'ዮዳሄ' new tigrigna orthodox tewahdo mezmur by d/n kibrom mehari-ሓዱሽ ናይትግርኛ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ መዝሙር
ฝัง
- เผยแพร่เมื่อ 2 ต.ค. 2024
- ሓድሽ ናይ ትግርኛ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ መዝሙር"ዮዳሄ"
#new_eritrean_orthodox_tewahdo_ #mezmur,_ኦርቶዶክስ_ተዋህዶ_ትግርኛ_ #መዝሙር, new_ethiopian_orthodox #tewahdo_tigrigna_mezmur_ክብሮም #መሓሪ_ስብሐት_ትዩብ-SIBHAT_TUBE_ #መዝሙር_ኦርቶዶክስ_ተዋህዶ_ኤርትራ_2020, #ናይ_ንስሃ_መዝሙር_ትግርኛ_2020, #godolyas_ሳላ_ሚካኤል_ካብ_ፍቕሪ_ክርስቶስ, #ናይ_ንስሃ_መዝሙር_debesey_orthodox #tewahdo_mezmur_godolyas_tube, #nqhu_27_mdre cannan_seboho #gebremedhn_tigray_orthodox_mezmur, #maryam_mezmur_kidane_mihre #mezmur_ማርያም_መዝሙር_ኪዳነ_ምህረት #መዝሙር 2020,new orthodox tewahdo tigrigna_mezmur_orthodox_tewahdo #sibket_ትግርኛ_መዝሙር
#eritrea_tewahdo_mezmur
#eritrea_orthodox_mezmur
#tigrigna_mezmur
#ትግርኛ መዝሙር ተዋህዶ
#ትግርኛ መዝሙር ኦርቶዶክስ
#ትግርኛ ኦርቶዶክስ ስብከት
#ወረብ
#ትግርኛ መዝሙር ኦርቶዶክስ ተዋህዶ
#ትግርኛ መዝሙር ተዋህዶ ኦርቶዶክስ
በብግዚኡ ዝልቀቑ ሓደሽቲ ናይ ትግርኛ መዝሙራት ንምድማፅን እዚ ቻናል ንምድጋፍን SUBSCRIBE&LIKE ምግባር ኣይትረስዑ ኣሕዋት!
ዮዳሄ ማለት እንታይ ማለት እዩ
@@ኪዳነምህረትኣደይኪዳነምህ ኣምላኽ ይፈልጥ ማለት ዩ
እሺ እሕዋተይ ማዓረይ ኣዘኹም በርትዑ
እሺኒ
እሺ ድያቆን ሓዉና እግዚአብሔር ኣምላክ ይሓግዝ ደቂቀ ሊቀ ሊቃዉንቲ ቅዱስ ያሬድ
ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ሓውና ዲያቆን በይዛኹም ብደምቢ አዕብይዋ ንሕና ውን ክንከታተል ኢና ቀስ እንዳበለት ዓብያ ስብሐት ከም ማኅቶት ከምትኸውን ተስፋ ይገብር።
Adhanom tekea ሓውና ነቲ ሃናጻይ ዝኾነ ርኢቶኻ ብጣዕሚ ኢና ነመስግን!
እወ ከም ማኅቶት ክትከዉን ትምኒትና ኣሕዋተይ❤❤❤
አሜን ዮዳሄ
ኣዕፅምቲ ዘለምልም ዝማረ መላእክቲ የስመዐልና .
ሥሥ
ኣሰይ ዕልልልልል.... አምላክ ይፈልጥ ዮዳሄ ንበል ዮዳሄ በሉ
ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ቀጽልሉ ክቡራት ኣሕዋት። ንዓና ውን || SUBSCRIBE || ግብሩና ንሕና ውን ዝተፈላለዩ መርሐ ግብርታት ክነቅርብ ኢና 💞💔
ዝማሬ መልእኽቲ የስመዐልና ኣሜን ኣሜን ኣሜን ንፉዕ እግዚኣብሔር ኣምላኽ ፀግኡየብዝሐልካ
ኣሜን(3) ዝማሬ መላእኽቲ የስመዓልና
ዮዳሄ ዝብል ጽሑፍ የለን ኣብ 2ይ ነገስት 11፡4 መልሲ ሃቡኒ?🙏
ዝማሬ መላእክቲ የስምዐልና፣ ተስፋ እንገብራ ሃገረ መንግስተ ሰማያት የውርሰልና ሓውና ዘማሪ ክብሮም መሓሪ። ፍትዋት ደቂ እግዚኣብሄር ሓዱሽ መንፈሳዊ ቻናልና subscribe ብምግባር ቤተሰብ ይኩኑ።
ዝማሬ መላአክቲ የስመዐልና ፀግኡ የብዘሐልካ ኩብር ሓዉና አምላኽ ይፈልጥ 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏አሜን አሜን አሜን
ንሓውና ዘማሪ ዲ/ን ክብሮም መሓሪ ዝማሬ መላእክት የስመዐልና
😥😥😥😥😥😥😥😥🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏 betam betam techenikalew be tselotachuh asbugn😭😭😭😭😭😥😥😥😥😥🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
እሜን አሜን አሜን አዕፅምቲ ዘልምልም ዝማሬ መላክት ያስማዕልና ድያቆን ክብሮም ሓዉና እግዚአብሔር ፀግኡ የብዘሐል መዝሙራትካ አዝዩ ልብካ ዝትክፍን መንፈስካ ዘረስርስን እዩ
ዝማሬ መላእክትያስማዓልና አምላክና መድሓኒና የሱስ ክርስቶስ አቦዬ ማዓረይና ህዝብ ትግራይ ሰላም ና ምሕረት ስ ሰደደና
ዝማሬ መላእክት ያሰማልን መንግስተ ሰማያትን ያውርስልን እግዚአብሔር ይጠብቅልን በእድሜ በጤና ያኑርልን እግዚአብሔር ይጠብቅልን ከክፉ ይሰውርልን
ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ኣሕዋትና ብጣዕሚ ደስ ዝብል ዝማሬ ቀፅልሉ።
Amen Amen Amen zmariye malaekt yesmalna 💒💒💒💒🙏💒🙏💒💒🙏💒💒🙏💒💒🙏💒💒🙏💒💒🙏💒💒🙏💒💒🙏💒🙏💒🙏💒💒💒💒🙏💒🙏💒💒💒
ዘማሪ ድ/ን ክብሮም መዝሙራትካ ብጣዕሚ
መንፈስካ ዘሕድሱ እዬም:እግዚአብሔር ይሐግዝኩም 🌻🌻🌻🙏🙏🙏🤲
ዝማሬ መልአክትን የስምዓልና ሓውና ዘማሪ ክብሮም
ዮዳሄ/እግዚአብሔር ይፈልጥ/
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእክቲ የስመዓልና ድያቆን ሓውና ኣምላከ ቁዱሳን ናይ ኣጎልጉለት ዘመንኩም ይባርኪን ይቅአድሲን እመ ኣምላክ ምሳኩም ትኹን
ዝማሬ መላእክቲ የስምዓልና ኣምላኽ ጸጉኡ ይብዝሓልካ🙏❤ ግን ዮዳሄ ብምንታይ ቃንቃ'ዩ?
አየ ንሕና ደቂ ሰባት ሙዚቃ ተትኾን መላይን ምበፀሐ ንምንታይ ኢናግን ንሂወትና ዝጠቅመና ስ ትኩረት ዘይንገብረሉ ንዑስከ ገዛኹም አዕብዩ ዋይ
🙏
አሜን አሜን አሜን ብሓቂ ናይ መላእክት ዝማሬ የስመዐልና ብጣዕሚ ደስስስስስ እትብል መዝሙር ፀግኡ የብዘሐልኩም አብ ቤቱ የንብርኩም ቀፅልሉ ፅቡቃት 🌷🌷🍀🍀🍀🌿🌿💐💐☘️☘️☘️❤❤💒❤👈
እልልልልልልላልል ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ክቡር ሓውና
አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልካ ዘማሪ ዲያቆን ክብሮም
እልልልልልል ዝማሬ መላእክት ይሰመዐልና ክብር ዲያቆን ሓውና እግዚአብሔር ኣምላክ ፀጉኡ የብዘሐልካ❤❤❤
ዝማሬ መላእክት የስመዐልና
ዝማሬ መልአክት የስመዐና ድያቆን ሓውና እግዚአብሔር ፀጉኡ የብዘሐልካ ንዓና እውን ሰምዕና ናብ ልቡነና ይእትዎ ቅዱስ ገብርኤል
ዝማር መልእክተ ያስመዐና
ቃለ ህይወት የስመዐልና
ካብዚ ንላዕሊ ንኽነመስግን ኣምላክ ጥበቡ ኣብዚሑ ይግለፀልካ።
ኣሜን አሜን ኣሜን ዝማሬ መላእክት ይስመዐልና ፀጉኡ ይብዝሐልካ ክቡሩ ሓወና ድያቆነይ ክብሮምይ ናይ ዘመን ኣገልገልትካ እግዚአብሔር ኣምላክ ይባርክ ⛪✝️📚👏👏👏
ዝማሬ መላእክት የስመዐልና እግዚአብሔር አምላክ ጸጉኡየብዘሐልካ ክቡረይ ብመዝሙር አፀናንዑና ወገናተይ ልቢና ተሰይሩ እዩዋ
አሜን አሜን አሜን ቃል ህይወት ያሰማልን
እልልልልልልልልል
እልልልልልልልልልል
እልልልልልልልልልል
ዝማሬ መላእክት ያሰማልን
Amen amen amen elelllllll d/n kibrom amlak zemari melaekti yasmalna ⛪⛪⛪⛪⛪⛪🙏💗🙏💗🙏💗🙏💗🙏💗🙏✝️✝️✝️✝️
ኬባ ሓውና ደስ በሃሊ ዝማሬ ቐፅለሉ keep preaching Jesus
ዮዳሄ ዮዳሄ ዮዳሄ❤❤❤💔
አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መልአክት የስመዕልና
ክብራት ስድራ እግዚአብሔር ናይ አገልግሎት ዘመን ይባርክኩም ፈጣሪ
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ብሓቂ ቃል ሂወት የሰመዐልና ደቂ ትግራይ ጆጋኑ እግዚኣብሔር ኣምላክ ንሃገረና ሰላምን ምሕረቱን ይላኣከልና ኣሜን 🤲🤲🤲⛪️✝️🤲🤲🇻🇳🤲🤲🤲🕊🕊🕊🕊🕊🤲🤲🤲
ዝማሬ መልእክት ያስመዕና 🙏ጵጋኡ ያብዘሓልካ ክብር ሓወና 🙏🙏
አሜን አሜን አሜን ዝማሪ መላእክት የስመዐልና ክብር ድያቆን ሓውና እግዚኣብሄር ፀግኡ የብዝሐልካ አሜን
Amen Amen Amen qal hiwet yesmalna zemrey melaket yesmalna diyakon hawna xegua yabezhelkum egziabher amelak naye ademakum xega yabezhelkum
ዝማሬ መላእክት የስምዓልና እግዚኣብሔር ኣምላክ ፀግኡ የብዘሐልካ ድያቆን ሓውና ክብሮም እግዚኣብሔር ኣምላክ ምስጥሩ ጥበቡ ይግለፀልካ
ስለ ሁሉ ነገር እግዚአብሔር ይመስገን
ዝማሬ መላእክት ያስመዐልና ሓውና
እልልልልልልልል ዝማሬ መላእክት ይስመዐልና ኣሜንን
ኣሰይይይይይይ እልልልልልልልልልል ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ክቡር ሓውና እግዚአብሔር አምላከ ናይ አገልግሎትካ ዘመን ይባርክ አቤቱ የንፅንዕካ
አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልኩም ኣሕዋተይ ናይ ብሓቂ ጌታችን ኢየሱስ ክርስቶስ ይፈልጥ
Amen amen amem
ዕልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልዝማሬ መላእክቲ የስመዐና ዲ/ንሓውና 🍀🍀🍀🌾🌾🌾🌿🌿🌿እግዚኣብሄር አምላክ ዝማሬ መላእክቲ ከም ዝተቀበለ ዝማሬኹም ይቀበለልኩም🍀🍀🌾🌾🌾🌿🌿
እልልልልልልልልልልልልልልልዝማሬ መልእክቲ የስመዐልና ድያቆን ሓወይ
አሜን አሜን አሜን እግዛብሄር አሎ ብእምነትና ፀኒዕናን ባሪኩንናን የነበረና ዝማሬ መላእክት የሰምዓልና ናይ አገልግሎት ዘመንኩም ይባረክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፍቅርን ሰላምን በረከት የብዘሐልና የድንግል ማርያም ልጅ ጌታናን መድኃኒት ናን አምላክናን እየሱስ ክርሰቶሰ ምሕረት ቸርነቱ ንሃገርና ምድረ አግአዚት ኢትዮጵያን ንኩሉ ዓለምናን አሜን አሜን አሜን
አሜን አሜን አሜን ብሓቂ ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ጸጉኡ የብዘሐልኩም እግዚአብሔር አምላክ ክቡራት አሕዋትና
ኣሜንን ኣሜንን ኣሜንን ዝማሬ መልእክት የስመዐልና
ቃለ እግዚአብሔር ብትግርኟ ዘለኩምና ብሽም ድንግል ማርያም ኣክሱም ነምስግነኩም
ዝማሬ መላእክት የስምዓልና
Amen amen amen zmarie melaekti yesmealna dyaqon hawuna amlak nay agolgulot zemenkum ybarkin yqedsinnnn
Zmarie meleakt yesmelna🙏🙏🙏
ብሓቂ ዝማርየ መላኣክቲ የስመዐልና🍀🍀🍀🍀🍀🍀🍀🍀🍀🍀🍀🍀🍀🍀🍀🍀🍀🍀🍀🍀🍀🍀🍀🍀🍀🍀🍀🍀🍀
አሜን አሜን አሜን 👏👏👏👏👏👏ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ፀግኡ የብዘሐልኩም
አምላክ ይፈልጥ ዮዳሄ ንበል ዮዳሄ በሉ 🙌
አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላእክት የስመዓልና ክብር ሓውና እግዚኣብሄር ፀግኡ የብዝሐልካ እሕዋትና ኣይኹም በርትዑ 🙏🙏🙏
_ አሜን አሜን አሜን ቃል ህይወት የስመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልካ እግዚኣብሔር ኣምላክ ክቡር ሓውና ድያቆነይ እልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል👏🌻👏🌻👏🌻👏🌻👏🌻👏🌻👏🌻👏🌻👏🌻👏🌻👏🌻👏🌻👏🌻👏🌻👏🌻👏🌻👏🌻👏🌻👏🌻👏🌻👏🌻👏🌻👏🌻👏🌻👏🌻👏🌻👏🌻👏🌻 ዝማሬ መልኣክት የስመዐልና ብሓቂ እግዚአብሔር ኣምላይ ይፈልጥ _
ኣሜን, ኣሜን, ኣሜን💖✝️💒💖🤲🙏 እልልልልልልል👏👏👏🤲🤲🤲🙏🙏🙏 ዝማሬ መላእክት የስምዓልና እልልልልልልል 💖🤲🙏
Amen Amen Amen zmariye malaekt yesmalna 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏💒💒💒💒💒🙏💒🙏💒🙏🙏💒🙏🙏
ዝማረ መላእክቲ የስመዓልና።
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መልእክቲ ይሰማዓልና ፀጉኡ በረከቱ የብዘሐልካ ኩቡር ሓዉና ❤️🥰
ኣሰይይይ ዛሓወይ እግዚኣብሔር ፀጉኡ ይበዝሕልካ ቃል ሂወት የሰመዐልና 🤲🤲🤲❤️⛪️❤️❤️✝️❤️⛪️❤️✝️❤️⛪️❤️✝️💞💞💞💞💞💞💗💗💗💗💕💕💕💕💕💕
ኣሰይ ዝማረ መላእክት የስምዓልና
ዝማርየ መላእክቲ የስመዐልና
ተመስገን ትግርኛ መዝሙር ቻነል ስለ ዝረእኩ ፈጣሪ ታይ ይሳኣኖ
🙏🙏🙏❤❤❤💙💙💙God Bless your life....Much Love and Respect
Zemar mlaket yesmalna dyaon hawey ⛪ ney agleglo zemnka amlak yebrkka🍇❤🤲💒🕊🌾🙏🍇❤🤲💒🕊🙏🌾
ዝማሬ መላኣክቲ የስመዐልና ፀጉኡ የብዘሐሉኩም
ኣሜን ኣሜን ኣሜን 🙏🙏🙏🙏🙏🥰🥰🥰🥰🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏
ዝማሬ መላእክቲ የስመዐልና ክቡራት ኣቦታትና
አሜን ኣሕዋተይ እግዚአብሔር ኣመስግኑ የኽብረለይ!
ደስ በሃሊ ዝማሬ ቃለ ሂወት የስመዐልና
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእክት የስማዕልና
ሳብስክራይብ'ውን ገረልኩም ኣለኹ።
አምላከ.መዝመር.ክሰምዕ.ልበይ.ክፈተለይ
ሓጥያተይ.ሓደግካ.ይቀረ.ግበረለይ
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእክት የስመዓልና
ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ፀጉኡ የብዘሕልኻ እግዚኣብሄር ኣምላክ
አሜን አሜን አሟን ዝማሬ መላእክት የስመዐልና
ዝማሬ መላእኽት የስመዐልና ዲ/ ን ክብሮም
ዝማሬ መላእኽቲ የስማዕልና ሓውና
ብሓቂ ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ጸግኡ የብዘሐልካ ድ/ን ሓዉና
🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲
እግዚአብሔር ሰላም የውርደልና ዝማሬ መላእክት
የስመዓልና
አሜን አሜን አሜንዝማሬ መላእክት የስመዐልና ፀጉኡ የብዝሐልኩም ክብር ድያቆን 👏🕯👏👏
Amen🙏amen🙏amen🙏zmar melakit yesmaln
አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላእክቲ የስመዐና ክብር ሓወና💒💒❤💒💒💒💒💒
አልልልልልልልልልልልልልልልልል ዝማሪ መልእክት የሰመዐልና ኣግዚአብሄር ኣምላክ ፀጉኡን የብዛሕልኪ ክቡር ሓወና ❤❤❤🥀🥀🥀💒💒💒🌹🌹🌹👏👏👏👏💐💐💐💐
አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መልእክት የሰመዐልና ፀጋኡ ያብዘሐልካ ክብረ ሓወና
ዝማረ መላእክቲ የስምዓልና እግዝ ኣብሄር ጸጊኡ ይብዝሓልኩም ይሕዋተይ🙏💒💒💒
ዝማሬ መልኣክት የስመዐልና
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዕልልልልልልልልልልልልልልልል🌺🌺🌺🌺🌺🌺🌺🌺🌺🌺🌺🌺ዝማሬ መላእክቲ የስመዐልና ኩቡር ሓውና🙏🙏🙏➕➕➕💓💓💓💖💖💖⛪⛪⛪🕯🕯🕯🎤🎤🎤💠💠💠🍃🍃🍃🍃🍃🍃🍃🍃🌾🌾🌾🌾🌾🌾🌾📖📖📖💐💐💐
ዝማሬ መላእክት የሰመዐልና ክቡር ሓውና
አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላእክት የሰመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልካ ክቡር ሓውና
ዝማሬ መልኣክት የስመዐልና ክቡር ዲ/ን ሓውና
አሜን፫ ብሓቂ ዝማሬ መልአክት የሰመዐልና
እልልልልልልል ዝማሬ መላእክት የሰመዐልና
ዝማሬ መላእኽቲ የስምዓልና
እልልልልል ዝማሬ መልኣካናት ይስምዓልና እግዝኣብሄር ኣምላኽ ኣሜን ኣሜን ኣሜን
zemare melaketi yesmelena hawna d/n kbrom tsegue yebzehelka egziabher .......eski subscrib negeberelu neberetateayo zehawna musika tezekowen nerus bezuh view like share metegeber neru nementay gn mesgana nay egziabher eu zebeltsena nementay ke besru tegarus zemekulom musikagnatate ketefere kelas zemarian zeybel kem haki gn nayti emenetn haymanoten mobekel tigray eya nera gn nementay cheferti teray nekon eski tenease tom menfsawyan ahwatena tube like enageberna neberatateayom
ብትክክል
ጥዕምቲ መዝሙር ኣሜን ኣሜን ኣሜን
Zemare melakti yesmalna hawena.
ዝማሬ መላእክት የስምዐልና ዲያቆነይ 👏💐
ብሓቂ ዮዳሄ ንበል 👐👏
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ሰምዒካ ዘይምኖ መዝሙር እግዚአብሔር ይመስገን❤❤❤
አሜን 🙏🙏🙏