EMNA "ድምጻዊት ኤልሳ ኪዳነን ኣነን፡ ካብ ሕክምና ሃዲምና ናብ ኩናት ተደቕዲቕና " ተጋዳላይ ተራራ ERITREAN HISTORY AND CULTURE

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 31 ธ.ค. 2024

ความคิดเห็น • 223

  • @AlayGere
    @AlayGere 3 หลายเดือนก่อน +13

    ኤፋር ሓውና ኣዚና ኢና ነመስግነካ ነዚ ረዚን ታሪኽ ጀጋኑ ኣቦታትና ክንፈልጥ ትገብሮ ዘለኻ ክብርን ምስጋናን ንዓኹም ይኹን ጀጋኑና🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🌼🌼🌼🌼🌼🌼

  • @robelteclemichael763
    @robelteclemichael763 3 หลายเดือนก่อน +7

    ተራራ ጻዕዳ ኣዝማሪኖ ጅግና ተጋዳላይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ኣርስዓካን የ።ኣብ ኣርት እግሪ ከተትክለኒ ትገብረለይ ዝነበርካ ጻዕሪን ትህበኒ ዝነበርካ ሞራልን ፈጺመ ኣይርስዖን የ❤❤❤

  • @merhawiteklya5800
    @merhawiteklya5800 3 หลายเดือนก่อน +6

    ኤፋር ጅግና በርብሮ ጅግንነት ናይ ህዝባዊ ግባር ፡ብጣዕሚ እቲ ተቅርቦ መሳጥን ፡መሃርን፡ታርኽ ኣቦታትና፡ኣያታትናን ሰብ ወዲ ሰብ ዘይሰርሖ ትእምርቲ ኢዮም ሰርሖም ፡ክብርን ሞጎስን ንኩሎም ጀጋኑና ዓወት ንሓፋሽ።

  • @mebrikoweldat7645
    @mebrikoweldat7645 3 หลายเดือนก่อน +4

    ተራራ ሐወይ ጅግና ስለ ናጽነት ንእስነቶም ዝከፈሉ ሀገር ስለ ዘላትና ንሕና ብሰላም ምእንታ ክንነብር መስዋእቲ ከርፊለምና ኩሉ ጊዜ አብ ልብና ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @samibarentu9602
    @samibarentu9602 3 หลายเดือนก่อน +6

    ጋዜጠኛ ኢፍረም ግደ ጽቡቕ ስራሕ ቀጽሎ ጅግና ኢኻ ሞ ጀጋኑ ካኣ ታሪኾም ከዘንትው ዕድል ዝሃብካዮም ነመስግነካ ኣለና ፡ጌና ዘይተበርበረ ታሪኽ ኣሎ ፡እዞም ጎረቤትና ኸማን ታሪኽ ዘይብሎም ብታሪኽና ክንየቱ ዘይሓፍሩስ ንሕና ምስዚ ኩሉ ጂግንነትና ክንሕባእ ፎርሳ ጥራይ ❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷⛪🕌🙏🙏🙏

  • @sawa98
    @sawa98 3 หลายเดือนก่อน +3

    ጀጋኑና ዘለኹም ዕድመን ጥዕናን ንስውኣትና መንግተ ሰማያት🇪🇷

  • @edenpazom9452
    @edenpazom9452 3 หลายเดือนก่อน +4

    ዘልኣለማዊ ዝክርን ክብረ ንሰማታት ሀገረይ ወትሩ ዓወት ንሐፊሽ ❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷ኢፊ ሐውና የቀኒልና ባህልና ሕጊ እዳባ ንዘተእለት ነባሪ ጭዋ ባህሪ እዮ ዘለና ።ኤሪትራውነት ኩብር መንነት🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @wedigermen2776
    @wedigermen2776 3 หลายเดือนก่อน +9

    ተራራ ዓርከይ አቦ ታርኽ I love you, brother.❤

  • @filmongebremedhen8724
    @filmongebremedhen8724 2 หลายเดือนก่อน

    ርጡብ ዝኮነታሪክ ❤❤❤

  • @robelteclemichael763
    @robelteclemichael763 3 หลายเดือนก่อน +2

    ተራራ ፈቃር ሰብ ክሕግዝ ዝደሊ ኣዝዩ ቅኑዕ ኣዝዩ ምስ ሓለፍቲ ይኹን ተራ ዜጋታት ጽቡቕ ርክብ ዝፈጥር ሕዉስ ሰብ ዩ።ብሓፈሻ ብኹሉ ቅቡል ሰብ ዩ❤❤❤❤❤

  • @mebrahtufessehazion4473
    @mebrahtufessehazion4473 3 หลายเดือนก่อน +1

    ዘለኣለማዊ ዝኽርን ንስውኣትና፣ ሓበን ንስንኩላትና፣ ዕድመን ጥዕናን ንህሉዋት ኣርካናትና፣ ቅሰነትን ዕቤትን ንህዝቢ ኤርትራ፣ ሞሳ ንሰራዊትና
    ዓወት ንሓፋሽ!!!

  • @HuriyaMohammed-eh9te
    @HuriyaMohammed-eh9te 3 หลายเดือนก่อน +12

    ከምዝ እሎም ህወቶም ወፍዮም ንዘምጸኡልና ናጽነት ኣብ ዋጋ ዕዳጋ ከእትዉዋ ክትርእ ከለካ ብጣዕም ይስማዓካ እዞም በላዕት ዉዳቅ ዘልአለማዊ ዝክርን ክብርን ንስዋኣትና ❤❤❤❤ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️

    • @dawitgebrat1878
      @dawitgebrat1878 3 หลายเดือนก่อน +1

      ሰውራ!
      ስነጥበባውያን ይከኣሎ ከም ዋዕሮ ኤልሳ ኪዳነ ጋልሳሕለ፡ ደረፍትን ተዋሳእትን ጥራይ እምበር ጨመትን ተኮስትን ከምዝነበሩ፡ ዘይፈልጡ ቦክሪ እዝኖም ብዙሓት ኣለው ደቂኤረይ፡ ሰኒ🙏
      ዓወት ንሓፋሽ! 🤝🇪🇷❤🐪💐🌍🕊☀

    • @Huruy-oq5pb
      @Huruy-oq5pb 3 หลายเดือนก่อน

      መጻወቲ እሰያስ ኮይና ሃገር ዑና ጌርዋ

    • @sawa98
      @sawa98 3 หลายเดือนก่อน

      @@Huruy-oq5pb Idiot

    • @embasoyrafenqil6575
      @embasoyrafenqil6575 3 หลายเดือนก่อน

      We are talking 👄 about the Result .where is the result ? The question is we paid more expensive ,,,,life not coming back but they believe the result is good .

  • @tiblezwoldu6748
    @tiblezwoldu6748 3 หลายเดือนก่อน +2

    ዘልኣለማዊ ዝኽሪ ንሰማእታትና ዓወት ንሐፋሽ ✊✊✊🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️💪💪💪

  • @mechaelberhane3711
    @mechaelberhane3711 2 หลายเดือนก่อน

    ዋጋ አኪፋልና ታርኪና እዩ ደይንነልጺእ🙏🙏🙏🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷

  • @Jonask20
    @Jonask20 3 หลายเดือนก่อน +2

    ተጋደልቲ ኣያታትና ካብ ተራራ ተማሃሩ ፣ ማለት ዝገበርክሞ ዘህለፍኩሞን ጅግንነትኩም ታሪክኩምን ከየጉደልኩምን (እንታይ ፋሉይ ካብ ብፆተይ ጌረ ከይበልኩም) ኣካፍሉና ። ማንም ፍጡር ዘየህለፎ እዩ ጅግንነትኩም ፣ ነዞም ዘለናን ዝመፁን ወለዶ ካብ ትግምትዎ ንላእሊ እዩ ዘገድሰና ።
    ክብርን መጐስን ንዘለኩምን ዝተሰዉእን ኣኣብ ዘለኩሞ ከኣ ሞሳኩም ንከፍለኩም ይግበረና ፈጣሪ።
    ዓወት ንሓፋሽ ❤🇪🇷✌🏾

  • @tesfayhabtay1079
    @tesfayhabtay1079 3 หลายเดือนก่อน +2

    ሰላም ጽቡቅይ ሐበርታ አዩ ከምዚ ኪርከብ ኪንፈልጦዊም ከትቅርቢዉ ጀጋኑ ኤርትራዊ ሐርበኖተት ❤❤

  • @ermias1991
    @ermias1991 3 หลายเดือนก่อน

    ታሪኽና ሓቅን ስኑድን ስለ ዝኾነ ኣብ ምዝንታዉ ተራ ናይ ኩሉ ሰራሒ ቅያ ኣዩ እሞ ጀጋኑና ሒዘሞ ከይሓልፉ ብተገብርዎ ጻዕሪ ብልቢ ነመስግን ዘለኣለማዊ ዝኽሪ ንሰማእታትና።

  • @ghirmaysibahtu8027
    @ghirmaysibahtu8027 3 หลายเดือนก่อน +6

    ኤፍሬም ክንጽበያ ኢና ተራራ ሃወይ ድማ እድመን ጥዕኖን ይምነየልካ

  • @sabasimon4736
    @sabasimon4736 3 หลายเดือนก่อน

    ሰላም ደቂ ኤረይ እንቋዕ ደሐን መጻኹም ኤፍሬም ሐውና ምስ ኩሎም መሳርትኻን የቐንየልና ብጣዕሚ ነመስግነኩም መደብኩም ማሃሪ ብሉጽ እዩ ኩሉ ተቕርብዎ አመላኽ ይሐግዝኩም ቡዙሕ ሐቅታት ታሪኻት ብዙሕ ኢና ንማሃር ዘለና 🙏🙏🙏👍👍👍👍✌🏾✌🏾✌🏾🌹🌹🌹🌹🌹♥️♥️♥️♥️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @yodittekeste5242
    @yodittekeste5242 3 หลายเดือนก่อน +1

    ዘልአለማዊ ዝክርን ክብርን ንስዋትና ወትሩ አብልብና.ዐወት ንሐፉሽ

  • @shamfesha4974
    @shamfesha4974 3 หลายเดือนก่อน

    ዋውውው ጅግንነት ኣቦታትና ካብ ባሕሪ ብጭልፋ እዩ ነባሪ ታርኽ ❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤

  • @WediMengstab-l7f
    @WediMengstab-l7f 2 หลายเดือนก่อน

    ጀጋኑ ኣቦታትና ❤❤❤❤

  • @mechaelberhane3711
    @mechaelberhane3711 2 หลายเดือนก่อน

    አዘንትዉ ታርኪና እዩ🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @GhenetGhebremicael
    @GhenetGhebremicael 2 หลายเดือนก่อน

    ነብሲ ወከፍ ኤርትራዊ ፍሉይ ታሪኽን ቅያን ኣሎዎ 🇪🇷🙏💪 እግዚኣብሄር ኣምላኽ ካብ ጸላእትን ሓሳዳትን ይሰውርኩም 🙏🙏🙏🇪🇷❤️

  • @angosomamihagos249
    @angosomamihagos249 2 หลายเดือนก่อน

    ዘልኣለማዊ ዝኽር ንስውኣትና ታርኽና ንናእሽቱ ወለዶ ንኽውረስ ትገብርዋ ዘለኹም ኤፍሬም ግደ ብልቢ ነመስግነካ ቀጽልዋ ዓወት ንሓፍሽ ።

  • @atakltielias
    @atakltielias 3 หลายเดือนก่อน +1

    I have no words to explain your bravery my Eritrean hero ❤ wishing you all the best ❤️ 🇪🇷✊🏾🐫🇪🇷❤️

  • @GhenetGhebremicael
    @GhenetGhebremicael 2 หลายเดือนก่อน

    ኤርትራ ሃገርና ህያብ ስውኣትና ኢያ 🇪🇷💪🇪🇷💪!!

  • @Berekettekleab2023
    @Berekettekleab2023 3 หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤❤❤❤❤❤ efri aytdengen

  • @fnanamanuel7847
    @fnanamanuel7847 3 หลายเดือนก่อน

    ክብርን መጎስን ንኹላትኩም ጆጋኑና ዘልኣለማዊ ዝኽሪ ንስዉኣትና❤❤❤❤

  • @senait4255
    @senait4255 3 หลายเดือนก่อน +4

    ERITREAWI Kubur is Kubur Mennet forever Alawys YESSSS 🇪🇷🙏🏽⛪️❤️🕌🇪🇷🙏🏽🇪🇷🎉🎉‼️‼️

  • @selamwoldegergish4015
    @selamwoldegergish4015 2 หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤❤❤❤❤❤god bless you eritera ❤❤❤❤❤❤

  • @msgnamichael4694
    @msgnamichael4694 3 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤ ተራራ መሕጎል ከምዚ ኢልካ ታሪኽ ከተዘንቱ ምኽኣልካ ብጣዕሚ ነመስግን 🎉🎉🎉🎉🎉

  • @medahawa3468
    @medahawa3468 3 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
    ኣሊና ኣጆና

  • @josimantekeste163
    @josimantekeste163 2 หลายเดือนก่อน

    Thanks efar hawey naybhaki des zbl kale mehtt kmziom legends model nayzi welodo eyom our hero terra long life & piece fully❤❤❤👍👍🇪🇷🇪🇷🇪🇷 awt nhafash

  • @zemeneyob1887
    @zemeneyob1887 3 หลายเดือนก่อน +1

    I love Eritrea

  • @minassieberhe1089
    @minassieberhe1089 3 หลายเดือนก่อน

    Great job!! God bless

  • @helensam976
    @helensam976 2 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤wawawawa wawawawa wde ahuday mareyyy behansab ab touo garalo zebhal behansab narna ❤

  • @rezeneasfaha2612
    @rezeneasfaha2612 3 หลายเดือนก่อน +4

    ተራራ ያሆ!! ወትሩ መንእሰይ። እቲ ናይ ምዝካር ክእለት ብሓቂ ደስ ይብል። ኣብታ ናይ ሻድሻይ ወራር ተሓኤ ኔሮም ድዮም ኢሉ ዝሓተተ ኣሎ ሞ, እወ እወ ነይሮም። እዚ ማለት ምስቲ ናይ ስዳን ተጻብኦ, እንዳ ዓብደላ, እንዳ ተያር, እንዳ ሳበ, እንዳ ዓጂብ, እንዳ ተስፋምህረት, ብዓቢኡ ከኣ ሳግም ውን ነይሮም ። ስለዚ በዚ ደሓር ዝተፈልጡሉ ኣስማት ደኣ ተጋዳላይ ክፈልጦም ጀሚሩ እምበር, ብዘይካ ሳግም እቶም ካልኦት ተጻብኦታት ይገብሩ ስለዝነበሩ, ከም ተሓኤ ኢና ንርድኢም ነርና። ስለዚ ተሓኤ ምባሉ ሓቂ ዩ።❤

  • @biniamhabte6148
    @biniamhabte6148 3 หลายเดือนก่อน

    Thank you EMNA proud of you 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @NigistiKiflom
    @NigistiKiflom 3 หลายเดือนก่อน

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷 thank you God bless you efrem

  • @abielmenghistu1244
    @abielmenghistu1244 3 หลายเดือนก่อน +1

    Hawey, demey TERARA, I have 😢, and you make me proud. Habo, Kalisi, tewefayinet, xiniat, bi tegbar, Egziabiher yimesgen , MEMHIREY.❤🎉❤🎉❤ NIBER ZITEMEsGENKA HAWEY AMEN.🎉 AWET NIHAFASH, ❤🎉🎉🎉🎉ZIKIRIN MEGOSIN NISEMAETAT ERITRANA🎉❤

  • @aastersamuel4175
    @aastersamuel4175 2 หลายเดือนก่อน

    Ata riesi Sahil niblash senkilka hiji kea baria ..tedemirenal..hiji tewririna....viva Abyi n NHAMEDU YOUTHS TESFA HAGER ❤

  • @salmanabdalla217
    @salmanabdalla217 3 หลายเดือนก่อน +1

    ቢጣዕሚ ጽቡቅ ስራሕ❤❤❤❤❤ ጋዲም ግዜጣኛ ኢፍረም ግደ ቢጣዕሚ ካብ ልቤይ ንሚስግን

  • @asmeri8401
    @asmeri8401 3 หลายเดือนก่อน

    What a story
    Gosh our ppl deserve more respect and dignity forever thanks for everything

  • @mebrietekle6845
    @mebrietekle6845 3 หลายเดือนก่อน +2

    Terera bitaemi nemesgineka thanks .

  • @ኤሩኤርትራዊት
    @ኤሩኤርትራዊት 3 หลายเดือนก่อน +1

    እፍሬም ምስናይ ኣኽብሮት ስለምንታይ ነዞም ኩቡራት ኣዘንተውት ታሪኽ ጹቡቕ ስትድዮ ዓድምካ ዘይትሓቶም ነቲ ዓይኒ ካብ ዓይኒ ካሜራ ዘይሕባእ ክትሪኦ ደስ ዘይብለካ ነገራት ኣክንዲ ነቲ ታሪኽ ብጉቡእ ትሰምዖ...

  • @bokurezionmussie6870
    @bokurezionmussie6870 3 หลายเดือนก่อน

    Niberu jeganuna❤

  • @rezeneasfaha2612
    @rezeneasfaha2612 3 หลายเดือนก่อน +2

    ኤፍሬም ግደ ከኣ ነዚ መደብ ህያው ታሪኽ ብሰብ ውዕለቱ ክንዲ ኩሎም ጀጋኑና ሞ በቲ ክዝከሩሉ ዘለዎም ናይ ጅግንነት ታሪኾም ናይ ብሓቂ ደስ የብል, ወይ ነቲ ቦታ ወይ ነቶም ሰባ ስለዘዘኻኽረካ ኣብ ነፍሲ ወከፍ ቦታታት ማእለያ ዘይብሉ ታሪኽ ተነዲቁ ምህላዉ የረድኣካ። ነዚ ጸጋዚ ክትቀዳደሙ ከየምልጦ ነዚን ዳሕረዋይ ወለዶን ከተጽንሑሉ ንትገብርዎ ጻዕሪ ልዑል ምስጋና ንዓኹም ኤፋል።
    ርኢቶ, ሓደሓደ ቃላት ኣስማት ብቋንቋ ናይ ተጋዳላይ ስለዝዝረብ ቦታ ሳጓ ወላ ውን ኣብቲ ታሪኽ ክግለጽ እንከሎ, ነቲ ኣበሃህላ ሕጂ ዘይንጥቀመሉ ምህላውና ዘይርድእዎ ክህልዉ እዮም። ንኣብነት መዛምቱ ክበሃል ከሉ ሕጽይቱ, ንባዕሉ እዚ, "ኣብ 6ይ ወራር, ተሓኤ ነይራ ድያ "? ዝበሎሓቁ እዩ ተረዲእካ ብዘኻእለ መጠን ነቲ ልሙድ ክብርታት ናይ ህግ ዝነበረ መታን ክርድኣና ሓጺር መብርሂ ክግበረሉ ይላቦ።❤

  • @Alam-b1j
    @Alam-b1j 2 หลายเดือนก่อน

    Welcome efrom 🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷

  • @ghirmayrussom4175
    @ghirmayrussom4175 3 หลายเดือนก่อน +2

    ወድ ግደ ጅግና 🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @mebrahtufessehazion4473
    @mebrahtufessehazion4473 3 หลายเดือนก่อน +1

    ኣዚና ነመስግን ኤፍሬም ኤርትራዊ ሓወይ። ኣብዘለናዮ ብኣኻ ኣዚና ኢና ንኾርዕ። ዓቢ ብጣዕሚ ዓቢ ቁም ነገር ኢኻ ትገብር ዘለኻ። ዝደቀሰ ዘበራብር ንዘይፈለጠ ታሪኹ ክፈልጥ ጭቡጥን ሓቀኛን ዝተጠርነቀ ዛራ ታሪኽና ንምግሃድ ትገብሮ ንዘለኻ ሞያ ቀጽሎ ቀጽሎ ጥዕና ይሃብካ። ኤርትራና ትንበር።

  • @mechaelberhane3711
    @mechaelberhane3711 2 หลายเดือนก่อน

    ሸጊርና አይንዘትዉ እና🙏🙏🇪🇷🇪🇷

  • @katie462
    @katie462 2 หลายเดือนก่อน

    🎉❤🎉❤🎉🎉 Jegana wede Erie ❤🎉❤🎉❤🎉

  • @Eritrea24.91
    @Eritrea24.91 3 หลายเดือนก่อน +2

    እዚ ታሐሊፉ ክሎ ንሃገርካ ምጥላም እንታይ አምጸኦ አሕ ሃገረይ አምላኽ ይሐልኪ።🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💐💐💐🌹🌹🌹

  • @eseyaswerede6052
    @eseyaswerede6052 3 หลายเดือนก่อน +1

    Welcome Deqi Eriyyyy jiganu 🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷

  • @bereketeabkidanemariam9933
    @bereketeabkidanemariam9933 3 หลายเดือนก่อน

    Aye shaebiya Emni Are Neq zeybil Ni Alem ziseare ❤wetru Awet Nihafash❤

  • @rigattekle5375
    @rigattekle5375 3 หลายเดือนก่อน

    Thankyou Ephraim Gide ❤

  • @tedrosmekonen4373
    @tedrosmekonen4373 3 หลายเดือนก่อน +2

    ክብሪ ንቶም ንሞት ዝስዓሩ ሑሉፋትን ህልዋት ተጋደልቲ ህዝባዊ ግንባር።

  • @militegebrenegus6390
    @militegebrenegus6390 2 หลายเดือนก่อน

    Selam... Deki.... Erey🇪🇷🇪🇷🇪🇷💔🇪🇷🇪🇷

  • @medhaniebaire7840
    @medhaniebaire7840 3 หลายเดือนก่อน

    Welcome deki Eria

  • @Balla291
    @Balla291 3 หลายเดือนก่อน +1

    Queen Elisa 🇪🇷🦁🇪🇷

  • @mihretyakob9177
    @mihretyakob9177 16 วันที่ผ่านมา

    Jenanu edmen tinan yhbkum ❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️

  • @TadeseTewelde
    @TadeseTewelde 3 หลายเดือนก่อน +1

    ኢየ ተርየ ጅግና ክንደይ ከ ትዝክር ወዲ ጉሎብ እንበሃራ ኣይኣረግካ ደስ ይብል

  • @SFGTD-72116
    @SFGTD-72116 3 หลายเดือนก่อน +4

    ህዝብን መንግስትን ኤርትራ ኣብ ክቡር ባህልን መንነትን ዝተሰረተ ስለዝኮነ መንእሰያት ብፍላይ ከኣ ኣብ ወጻኢ ንነብር ኣብ ኩሉ ጉዕዞና ምስትውዓልን ኣብ መሳርዕ ናይ ሃገርና ክንሰምርን ይግባእ:ክብሪ ነቶም ስለ እዛ ሓላል ሃገርና በጃ ዝሓለፍ ስውኣትና ዘልኣለማዊ ዝክሪ ንስውኣትና ዓወት ንሓፋሽ!!!❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @hadashabteab9974
    @hadashabteab9974 3 หลายเดือนก่อน

    Well come jagnu God bless

  • @mohammedatta236
    @mohammedatta236 3 หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉like like 👍 keep going my brother Good job 👍 ❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉like like 👍

  • @tesemadesta3026
    @tesemadesta3026 3 หลายเดือนก่อน +1

    Eritrea 🇪🇷 is having people. Who came to Enemey we were called eritrean.
    In history of eritrea 🇪🇷 never had done aur against eritrea 🇪🇷 have unlimited history access .
    So eritrea 🇪🇷 never ever kneledown by aur Enemey eritrea 🇪🇷 we are here to stand 🧍‍♂️ to protect 🙌
    Eritrea 🇪🇷 all people eritrea 🇪🇷 is HGDF AND EMBASSADR OF THEY ARE ONER OR belong aur we love ❤ eritrea 🇪🇷 we are president isaias afwerki.
    Victory ✌ to eritrea 🇪🇷

  • @senaitamanuel227
    @senaitamanuel227 2 หลายเดือนก่อน

    Jigna 🙏❤️🇪🇷

  • @habtemariamdebesay2559
    @habtemariamdebesay2559 3 หลายเดือนก่อน +1

    Nice

  • @RuftaiLabiey
    @RuftaiLabiey 3 หลายเดือนก่อน +1

    Merheba wedi Gide Aebo Tarik, enkoa natey konkum Jeganu Aehiwatey 🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️🌹🌹🌹💕💕💕👌👌👋❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷✅🙏🏽🙏🏽🙏🏽

  • @انتقل
    @انتقل 2 หลายเดือนก่อน

    Eritrean ❤❤❤

  • @thomasaraya344
    @thomasaraya344 3 หลายเดือนก่อน +1

    Terera yeake wedi shuk nice to see you jigna

  • @rutanegash5195
    @rutanegash5195 3 หลายเดือนก่อน

    Ahhhhh egzabher amlak enqa neza tedgmla konkumfetri🇪🇷🇪🇷🇪🇷🥰🥰🥰🍀🍀❤️❤️🫶🫶🫶🙏🏼🙏🏼🙏🏼🙏🏼

  • @danielasgodom1275
    @danielasgodom1275 3 หลายเดือนก่อน +1

    Merhaba Emn 🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @fetsumyehdego1899
    @fetsumyehdego1899 3 หลายเดือนก่อน +1

    Ajoka efrem hawey. Natka Chanel always ena nketatelo from Canada 🇨🇦 ♥ 🇪🇷🇪🇷 .wetru awet nhafash. We will hear from you soon that the next program. Good job 👍

  • @beriyewedierey8797
    @beriyewedierey8797 2 หลายเดือนก่อน

    ጅግና ጅግና ይወልድ ❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @Habtegafreeman
    @Habtegafreeman 3 หลายเดือนก่อน

    Zeydgemu jeganuna admen teanan forever

  • @floragebrea5mlak437
    @floragebrea5mlak437 3 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤💪💪💪

  • @Mesgana7
    @Mesgana7 2 หลายเดือนก่อน

    Teamrat zkone tarik. Kebid waga kefilkumlna. Kbrin msganan nakum jeganuna . Idmen tinan 🙏🙏🙏♾️♾️🇪🇷🌹🇪🇷🇪🇷
    Zelealemawi zkrin mogosn nsweatna 🕯️🕯️🕯️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹🌹🌹🙏🙏🙏❤️❤️❤️❤️❤️♾️♾️♾️♾️
    Ato Efrem Idmen tinan yhabka.❤❤❤🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷Awet nhafash🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @alganeshhabte7432
    @alganeshhabte7432 3 หลายเดือนก่อน

    Thank you Efrem jegna 🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @GebremariamTesfamariam-yx3fu
    @GebremariamTesfamariam-yx3fu 3 หลายเดือนก่อน +2

    ❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉

    • @HabenMeseret
      @HabenMeseret 3 หลายเดือนก่อน

      🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @manggo7353
    @manggo7353 3 หลายเดือนก่อน

    Jigninet eritrawi mewedadieti yebylun 🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @tseguteklemikael-f5x
    @tseguteklemikael-f5x 3 หลายเดือนก่อน

    eritrawnet kubur mennet 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🐪🐪💪💪💪

  • @LucchiGebreamantekelu
    @LucchiGebreamantekelu 3 หลายเดือนก่อน

    Selam deki erey jeganu haben hager
    💯🇪🇷🌟❤️🇪🇷⛪️❤️⛪️🇪🇷🐪🇪🇷🦁❤️🙏🙏

  • @hizbawiginbarginbarghinda3872
    @hizbawiginbarginbarghinda3872 3 หลายเดือนก่อน

    👍
    🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @belaineshtekle5879
    @belaineshtekle5879 3 หลายเดือนก่อน

    Waww kitsemo zegerm tarik u Amlak edmen tienan yhabkum. Kibrn mogosn nswatna 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤❤❤

  • @abielsolomon6322
    @abielsolomon6322 3 หลายเดือนก่อน +2

    2ይ ክፍል ናይ ተራራ ኣምጸልና

  • @mehretnegusse8569
    @mehretnegusse8569 3 หลายเดือนก่อน

    Very well done 👏 ❤❤❤.

  • @MeseretDesta-c5e
    @MeseretDesta-c5e 3 หลายเดือนก่อน +1

    NAY BHAQI EFAR ANBESA
    NEZA NAY BALEGETAT FILM
    gbre melsi mgbarka des eilni
    Bewgnka tgebro zeleka srah ktmsgen eu zgbaka emo qexlo efar hawuna ❤❤❤🎉🎉🎉

  • @TabetuKidane
    @TabetuKidane 3 หลายเดือนก่อน

    Wow btami gelatsi kbret yhabelna, part 2 bhakewta ntsbe alena.

  • @rigattekle5375
    @rigattekle5375 3 หลายเดือนก่อน

    Jegna terara
    Marshall

  • @lolanahom8429
    @lolanahom8429 3 หลายเดือนก่อน

    Amlak msakum ykun

  • @MeseretDesta-c5e
    @MeseretDesta-c5e 3 หลายเดือนก่อน +1

    Efar anbesa ❤❤❤❤❤❤

  • @erieritrea8751
    @erieritrea8751 3 หลายเดือนก่อน

    Proud of you hawey natey

  • @ዓላTube
    @ዓላTube 3 หลายเดือนก่อน +1

    Welcome back

  • @brimengistab9576
    @brimengistab9576 3 หลายเดือนก่อน

    Ajokum jogonona🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @isayasgebregergish6713
    @isayasgebregergish6713 3 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @Eminemjb
    @Eminemjb 3 หลายเดือนก่อน

    Good to see you Terara nebsi ❤

  • @GenetWeldense-dx9dr
    @GenetWeldense-dx9dr 3 หลายเดือนก่อน +1

    Eway yehwatey natey ahhhh

  • @RuftaEisak
    @RuftaEisak 3 หลายเดือนก่อน

    Welcom deki Ere ❤❤❤