Thank you shida, for this historical interview. I say thank you also to this heroe and other Eritrean tegadeltis for the ultimate sacrifices. Awet nihafash
Jigna tegadalai tesfalem and all tegadeleti.you are our pride,hezbawgnebar is peace loving,Ethiopian people wake up don't listen weyane propaganda,hezbawgnebar is the only one gave you freedom,yonas great program please continue thank you 🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷🙏🏾💪👍🏾🌺🌺🙏🏾
الارتريين! قرروا تحرير أديس أبابا قبل تحرير اسمرا، والسبب من تلك الخطة والخطوة والهدف، كان من أجل تجنيب العاصمة الارترية! من دمار شامل، على يد سلاح الجو الأثيوبي! ومن هنا! جائة أهمية تحرير أديس أبابا قبل تحرير اسمرا! بفارق عدة أيام فقط!
Entay eyu mo qumnegeru ezi hayalat nirna ne weyane hagiznaya entay mo ne weyane hagizkumim dehan kenkabelo ezi hasot ne ana nedekakum Kea afedo hagerat fahfah abilkumna haylekum ne dekakum fahfah mebal eyu lekebata
It's not for no reason that we Eritreans are proud! Did EPLF took the 60 tanks to Eritrea or did you hand them to TPLF? ደንጊጽና ንወያነ ገዲፍናሎም ከይትብለኒ ግን እንዳፈራህኩ'የ😂
ጀጋኑ ኣቦታትና ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ደቅኹም ከኣ ኣብ ሕድርናን ኣብ ቃልናን ኢና 💪💪💪💪💪💪💪💪💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👈
መን ይንገር ዝወዓለ መን የርድእ ዝቀበረ ነዓኹም እዩ ጀጋኑየ "ነዓና ኔርትራውያን ቡዙሓት እዮም እወ ደኣ ይሕዋተይ ናተይ ናይ መሬትኩም ዝኸፈልኩሞ ዋጋ ክቡር ደም ብወርቂ ብሉልል ዝይትመን እወ ደኣ ናብ ጎረቤትኩም ከኣ ክይበቀቅኩም ጀጋኑየ ነብስኹም በኣጸደ ገነት ትረፍ ምስቶም ሕሩያት ምስቶም ቅዱሳን ኣንቱም ክንበልዕ ክንክደን ክንወሊድ ክይበልኩም ሙሉእ ሂወትኩም ንመሬትኩምን ህዝብኩምን ዝኸፈልኩም ኣቦታተይ ኣዴታተይ ኣያታት ይሕዋተይ ዓስብኹም ብሰማይ ተኸፈሉ 😭🙏🏾🙏🏾🙏🏾🙏🏾🙏🏾🕯🕯🕯🕯🕯🕯🕯😭😭😭😭🙏🏾🙏🏾💎🥇🇪🇷🌍🕊😭😭😭😭🕯🕯🕯🕯ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ጅግና ዝተረፈ ሂወትካ ❤❤
ናይ ብሐቂ ነቲ ናሽኡ ክዝክር ነደይ እየ ድዝክር አብ አብ አዲስ አበባ ነይርና አብደእ ረፍ ኩሙሉ መጺና ሪኢናኩም አብኩሉ መጺእና ነይርና አደይ የሕዋታ ተጋደልቲ ሰለድነበርው አብ ከድና ኔርና ምሰደይ ፈለማ ድነበርኩሙሉ ከባቢ ገዛውትና ነይሩ ❤❤❤❤
It's good you got beautiful old memories to last for a lifetime.
Wow the best work Eritrean people thank you so much God bless them all Eritrean people ❤❤❤❤❤
I have no words to express my pride!
Thank you Eritrean tegadelti!!!!
የቀንየልና ኩሉኹም
Thank you so much 💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Thank you Eritrean defens forces proud of you 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ተስፋለም ቀጺል ኣጆኻ
Thank you shida, for this historical interview.
I say thank you also to this heroe and other Eritrean tegadeltis for the ultimate sacrifices.
Awet nihafash
ጅግና ኣይነብርን እዩ ታሪኹ እዩ ዝነብር❤❤❤Eri one 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Well came back wetru hazbwi Genbar 💪💪✊✊❤️❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷
🇪🇷 Eritrea is a great and honorable country. Eritrean fighters made a great history in the wirld. To be 🇪🇷Eritrean is a privileges.
እዚ ተጋደልቲ ህዝባዊ ግንባር ፡ኣብ ቃልሲ ንናጽነት ዝፈጸምዎ ታሪክ ። ብግቡእ እንተዝግለጽ። ኣብ ዓለም ዝወዳደሮ ኣይምተረክቦን።
ጀጋኑና 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ታሪኽ ጀጋኑና መግለጺ ቃላት ዘይርከቦ: ሃገርና ኤርትራ ብሳላኹም ከቢራ 🙏🏽🇪🇷💖: ጅግና ተጋዳላይ ተስፋዓለም ነዚ ታሪኽካ ታሪኽ ህዝባዊ ግንባር ብሓበን ከትዘንቱ ብምኽኣልካ ኩልና ህዝብኻ ንሕበን ኣሎና: ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ምስ ዋርሳይ ዮናስ 🇪🇷💖🙏🏽:
ኤርትራውነት ክቡር መንነት 🇪🇷💖✊🏽::
ህዝባዊ ግባረይ❤❤❤❤❤
Glory to our martyrs Awet Nhafash ✊️✊️✊️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷😢😢😢💔💔💔💔🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🏾🙏🏾🙏🏾
Ab almena shebiya mestefatera akaleeeee 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷♥️♥️♥️
እዞም ጠላማት ነዚ ኩሉ መስዋእቲ ተጋዳላይ ህዝባዊ ግንባር ክሳብ መንግስታዊ ሰልጣን ክሳብ ዝሕዙ ኩሉ ተጌርሎም ሕጂ ከኣ ብጥልመት ክሕደትን ሕጂ ጽጋቦም ምጽዋር ሲኢኖም ወራር ኣብ ርእሰና ፈጺሞምን ገና እቲ ጥልመት ይቅጽሉ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍🌹🌹🌹♥️♥️💪💪🙏🙏
ክብረትን ጥዕናን ንኩልኩም ተባዓት ጀጋኑ ወሐሎታት ጀጋኑና ብአካትኩም ኤሪትራ ህዝባን ንኮርዕ አለና።❤❤❤❤❤❤❤❤❤
🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤ jeganuna,bka shu athfiekumom,nezom rgumat gorobet selam keliomna zelewu hji
ኩቡር ተጋ/ ተስፋለም ኣስገዶም ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ።
Eritrea 🇪🇷 shabiya forever awet nehafash ❤❤❤
ጅግንነት ብጀጋኑና ❤❤❤❤
ኦፍፍፍ ነቢዐ ባሓቂ ዋላሓንቲ ናዓኩም ዝከዉጅ መግለጺ የህለይን ደቂ ኤረይይይይይ
ጀጋኑ ሓርበኛታት ኣደ ንዓኹም ወሊዳ በዓል መቅሰን
Jeganu deki Eriy aede welida tlen kbr megos njeganuna zeaelemawu Zkri nsematat❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤
Jigna tegadalai tesfalem and all tegadeleti.you are our pride,hezbawgnebar is peace loving,Ethiopian people wake up don't listen weyane propaganda,hezbawgnebar is the only one gave you freedom,yonas great program please continue thank you 🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷🙏🏾💪👍🏾🌺🌺🙏🏾
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ ኣየወ ጀጋኑ ሰብ መትከልሑጡባት ማዓንጣ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🤲🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
👋👋👋👋👋👋👋👋👋👋👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍✅✅✅✅✅✅✅✅✅✅👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ክበሩ ንበሩ። ኣዝዩ ክብርን ዝኽርን ንጀጋኑ ሰማእታት ኤርትራ
። ሽዳ ቲቪ ከኣ 🙏🙏🙏🙏🙏
Eritrea ❤❤
ጀጋኑና❤❤
Jeganu abotatna yhwatnan haben hizbikum hagerkum 💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷
ካብቶም ዝኣተዉ ሓለፍትን ታንከኛታትን ዘርዝረልና በጃካ
Nay behaki timsgenu sebat ekum❤❤
Hiji buzuh sebat entzeyraywo tesenidu kitsnh tsbuk eyu
♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
EPLF4EVER
🇪🇷💯thanks
ኣበይ ኢኩም ነርኩም ሰጋብ ሎም፣ ሕጀ ውን ማይ ኣይሓለፍን ነዞም ብህይወት ዘለው ነት ታርክ ክነግሩ ኣምጽእወም ፣ ነት ዛንታ ብዘይ ምሸርራፍ ኣቅርብወ
Gobeze zhawena❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Resiom ezom kahdaman kondafat agame nana ketifie entay zeygeberu gin amlak iygedefenan nana zihas3biwo nab nebsom tegelbitiwom amlak ertrea feday hine kibrin megosin nisiwatina awet nahafash❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
All this To help weyany
I am glad to see them as they are now. ❤❤❤😂😂😂
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷♥️♥️♥️
الحمد الله النصر للجماهير
Gorebetena kahdamatete
Dahnane rikibemahlewu
🇪🇷✊🇪🇷✊🇪🇷✊🇪🇷✊🇪🇷✊💯💯💯💯💯💯
Well done keep up your good work
ሰራዊት ሻዕብያ፡ ኣህጉራዊ ናይ ፍትሒ ሰራዊት ❤❤❤
Wwwwwwooo good job!!💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷
❤ our heroes ❤️
Abet ewe Eritrawnet❤🎉❤
🙏🙏🙏♥️♥️🙏🙏🙏
What a legat❤❤❤❤
❤❤💕💕
ሕቶ ኣላትን ኣብ 90 ታት ወፍሪ ስግረዶብ ትብል መጽሓፍ ኣብ ሬድዮ ድምጺ ሓፋሽ ክትንበብ ንሰምዕ ኔርና ገለ ኣፍት ሽዑ ዝሰምዖ ዝነበርኩ ኣስማት ወዲ እፎይ ዝበሃል ስዉእ ብተደጋጋሚ ይሰምዕ ኔረ ብዙሓት ሓለፍት ውን ኣለዉ ስሞም ብዙሕ ዘይዝከር ከምዘሎ በዓል ፍጹም ቀሽ ኣውልያይ ዝኣመሰሉ ምሳኹም ዘይኮኑን ኔሮም ቆልዑት ስለ ዝነበርና ግን ምስ ምንዋሕ ግዜ ብዙሕ ኣስማት ክንዝክር ኣይንኽእልን ኢና ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ጀጋኑና 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤
❤❤❤
Kabe zemene initially gemirka zeytegetse bezuhe alo . Yekeneyelna . Nestle eritrWi mkhuwane tray kikone tarikhe hezbena izi eu zeytenegre zeytetsefe bezuhe alo .
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
ወያነ ዘይፈትዉዋ ዛንታ መጽያ😂😂 እዚኣ እንድያ ክትስማዕ ዘይደልይዋ በቃ ይፈርሑዋ ኮይኖም።
❤ bhaqi jeganu deqi eirey
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉
🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️👍👍🙏
ሻዕብያ ትማሊ ሎሚ ጽባሕ
ህዝባዊ ግባረይይይይ
ግንባሩ ይገንጸል
Tesfi xbuq tarik edmen tenan yhabka 49
يعطيكم العافيه
❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
👍👍👍🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹🌹♥️♥️💪💪🙏🙏
በጣዕሚ ዝድነቕ ታርኽ ኤርትራዊ ጅግነንት ግና ሓንቲ ቅር ትብለኒ ክሳብ ሕጂ ዘይዘንተኩሙሉ ጃንዳ ማለሊት ክምዚ ባዕሎም ዝሰርሑዎ ገሮም ክዛርብሉ ዕድል ሂብኩምዎም
our hero
🙏🍾⚘️💕🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Kisined kixehaf kiwiqet kieqeb zelewo tariq. Behaqi yeqenyelna
💪🌴🐪🇪🇷💪🌴🐪🇪🇷💪🌴🐪🇪🇷💪🌴🐪🇪🇷💪🌴🐪🇪🇷💪🌴🐪🇪🇷💪🌴🐪🇪🇷🌴🐪💪
Jeganuuuu
ርኢቶ ፦
እዚ ተዳልውዎ ታሪኻዊ መደብ ዝናኣድ'ዩ ።
1) ብዛዕባ እዚ ተቅርብዎ ታሪኽ ብኢትዮጵያውን ዝንቡዕ ታሪኽ ዝተሕፈ ኣሎ
ነዚ ብደንቢ ምድህሳስ ከድልየኩም እዩ ።
ካብቲ መጽሓፍ ምዕራፍን ገጽን እንዳ ኣውጻእኩም ሕቶታት ምቅራብ ።
2) ኣብ ዝተፈላለየ እዋን ዝተገብሩ ጌጋ ሓበሬታ ዘለዎም ቃለ መጠይቕን መደረታት እንዳምጻእካ መልሲ ምሃብ ።
3)ብኤርትራውያን ዝተጻሕፉ መጻሕፍቲ ውን ኣለዉ ፡ ነዚኦም ውን ልክዕ ነቲ ፍጻሜታት ምህብታም ።
4)ብዙሕ ግዜ ንጸላኢ ኣቃሊልና ንገልጾ ኢና ።
ንጸላኢ ኣወንታውን ኣሉታውን ጎኑ ብደነቢ ምግላጽ ። ምኽንያቱ ጸላኢኻ ድኹም ተኔሩ ንድኹም ሓይሊ ኢኻ ሲዒርካ ዘለኻ ።
5)እቲ ታሪኽ ሚዛን ክሕዝ ካኣ ናይ ጸላኢኻ ዝነበሮ ብልጫታት ምግላጽ ።
rurusat de habia stere kulu??
Menseye weledo kefltelewo hakhegna tarkh
ክብሪ ነቶም ጅጋኑ ተ,ጋ ህዝባዊ ግንባር ።
Jeganu. Weyane telam wudib
ሻዕብያ ኣባ ጥረግ ኣብ ዝወዓልካዮ በዓል ታሪኽ እንታይሞ ታሪኽና እንዶ ዘይንስንድ ኰና
ብዝኾነ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም
ተስፋኣለም ኣስጎዶም ክኣ ነቲ ናይ ኣባሓጎኻ
ጀነራል ኣማን ዓንዶም ታሪኻዊ ጅግንነት
ምስ ብጾትካ ብዕጽፍታት ኣብ ቤተመንግስቲ
ተኻሒስካዮ ወዲ ማይጓይላ ኣንበሳ.
Comando hzbawi gnbar ab ddis abeba nerom slemta natom deytzarebu
الارتريين! قرروا تحرير أديس أبابا قبل تحرير اسمرا، والسبب من تلك الخطة والخطوة والهدف، كان من أجل تجنيب العاصمة الارترية! من دمار شامل، على يد سلاح الجو الأثيوبي!
ومن هنا! جائة أهمية تحرير أديس أبابا قبل تحرير اسمرا! بفارق عدة أيام فقط!
ብሓቂ ወያኔ ዓቅሚ ነይርዎ ኣይፈልጥን አኣብ ኣ ብ ትግራይ ሐንቲ ከተማ ነጻ ዝወጸት አይነበረትን ክሳብ ህግ መጺኡ ሸረ ዝድምስሎም ስለዚ ይመዝገብ እቲ ታሪክ
Commando tegadelti hzbawi gnbar nerom eyom slemntay natom dytzareblu
Entay eyu mo qumnegeru ezi hayalat nirna ne weyane hagiznaya entay mo ne weyane hagizkumim dehan kenkabelo ezi hasot ne ana nedekakum Kea afedo hagerat fahfah abilkumna haylekum ne dekakum fahfah mebal eyu lekebata
Dki mai telamit Kab tegaru etay nxbe
It's not for no reason that we Eritreans are proud!
Did EPLF took the 60 tanks to Eritrea or did you hand them to TPLF?
ደንጊጽና ንወያነ ገዲፍናሎም ከይትብለኒ ግን እንዳፈራህኩ'የ😂
ሻዕብያ ቦቅባቅ ንዓኽስ 6 ወራር ካብ ሱዳን ምህዳም ካብ ጠቅሊልኪ ካብ ምጥፋእ ወያነ እንዱ አውጺኪ ኩሉ ግዜ ክትጉረኒ ጥራሕ ሓሳዊት ውድብ 3 ነፍርቲ አቃጺልኪ 30 ነፍርቲ ትብሊ ሎቅማጽ ውድብ
ክንደይ ይቕደድ እዚ ወዲ ኣነስ ኣብኣ ነይረ እየ ወዲ በርሀ ዝማእኽሎም ሜካናይዝድ ነይሮም እዮም ናይ እህወዴግ ሰራዊት ልዕሊ 60 ሽሕ ነይሩ ናይ ቤተመንግስቲ ውግእ እቲ ዝቐለለ ውግእ እዩ ነይሩ 60 ናይ ደርጊ ታንክታት ዝበሎ ቅቅቅቅ ነጎዳ ክንድኡ ብዝሒ ኣይነበረንን ኣብ ቤተመንግስቲ ዝተሰውአ ናይ ሻዕብያ ተጋዳላይ ኣይነበረን እቲ ቃፀሎ ዝበሎ ኣብ ቤተ መንግስቲ ኣይነበረን ኣብ ቤተ መንግስቲ ክልተ ታንክን ሓንቲ ንእሽቶ ገዛን እየን ተቓፂለን እሞ ተጋደልቲ ሻዕብያ ብኣፎም ጀጋኑ እዮም ብዙሕ ግዜ ብጣዕሚ ዝተጋነነ ሓሶት ክስንዱ እሰምዖም እሞ ይገርመኒ እንዕቖም ድማ ኣብ ግብሪ ድኹም ሰብ ብኣፉ እዩ ክጅግን ዝግዕር
Hasawi niska tigraway eka
እሞ እንታይ ይገበር
ቤተ መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣቲኻ እንታይ ረቢሕካ :ሕዝቢ እንታይ ረኺቡ? ታራኽ ኤርትራ መአከቢ ሰልዲ ዮቲዬብ ጌርካዬ በቃ
ክንደይ ትሑሱ ኢኻ ትግራይ ቕድሚ ባጽዕ ነጻ ምውጻኣ ነጻ ወጺኣ ተስፋየ ገብረኪዳን ውን ኢሉ ንትግራይ ዝገደፍናያ መኽንያት ዋላሓንቲ ስለ ዘይብላ ኢና እቲ ዝዓበየ ፋብሪካ ናይ ትግራይ እንዳ ጥሓናይ እዩ ምስ በለ ኢሰያስ ውን መልሲ ሂብሉ ነይሩ። ትግራይ ከም ኢ/ያ መጠን ከማዕብልዎ ድኣ ዝግቦኦም ነይሩ እምበር ከምኡሉ ክዛረብ ምሓፈረ ዚሉ ባዕሉ ኢሰያስ መሊስሉ። ከምኡ ኢሉ ከብቕዕ እንሀለ ክኣ ሕጂ ነታ ን30 ዓመት ዝሃነጽዋ ትግራይ ምስ ኣቢ ኮይኖም የዕንዮማ።
ንኣቢ ክኣ ተማም ገይሩ ተጻዊትላ ኣስመራ ክትኣቱ ኸላ ሓደ ከና ኢና ብፍቕሪ ተደሚርና ኢና ኣንድ ሁነለናል በፍቕር ተደምረናል ዝብሉ ማርጭን ባንድ ኣጽኒሑላ ኣኣ ከይዱ ካብ ሕጂ ኢ/ያን ኤሪትራን ሓደ ህዝቢ እዩ ድሓር ሕጂ ንስኻ ኢኻ ተማሓድርና ባጽዕ ተደሊኻ ዓሰብ ተደሊኻ ኦምሓጀር ተደሊኻ ኩሉ ንዓኻ እዩ ስልጣነይ ንዓኻ ሂበካ ኣለኹ እንሀለ ክኣ ስእሊ ናይ ባሕሪ ሕዝለካ መጺኤ እዚ ባሕሪዚ ናትካ እዩ ኢሉ የዕሽው ኣቢሉዋ ከኢሱ ወዲ ኣፎም ኣሰብ ተካፍለናል ኢላ ክኣ ኣቢ ዕደ ኣብ ሙሉእ ዓለም ዘሎ ህዝቢ ኢ/ያ ኣበሲራቶ ኣቢ ንወያነ ዕጥቑ ኣፍትሕ ምስ ኣበለቶ ሕጂ ነታ 7ይ ንጉስ ኢ/ያ ክትከውን ኢኻ ዝበለትኪ ማይ ውረድላ ኢሉዋ። ንዓኻውን እዚ ኹሉ ትጅሃሮ ዘለኻ ከመይ ኢልካ ኣኣ ከምዝኣተኻ 2ሚእቲ ዶላር ወይ 10 ሽሕ ብር ሂቡ እዩ ኣኻሪጁኳ።
ሕጂ ጃህራን ሓሶትን ኮንካ ተሪፍካ።
ሓሰውቲ ብሓሶት ተፈጢርኩም ብሓሶት ትነብሩ
Hasawi
Heray natka evidence aqreb nskha haqegna entekhoinka
ሓማሸን በቃ ሓሶት ናይ ወለድኹምዩ ጠራጢ አብ ሓደ ፀግዒ ኮፍ በሉ ተባሂልኩም ዝነበርኩም ፈራሓትሲ ሐዚ ከም ጅግና ክትቀርቡ.እንድሕር ሰቡኡት ኮይንኩም ዳኣ አብዚ ናይሐዚ 2021/2022 ውግእ ልዕሊ 120,000 ለዋጢን ሓማሸን ዝብኢ ትግራይ በሊዕዎ .አቤት ናይ መግዛእቲ ፀገሙኮ ሓሳዊ ትኾን ዓርሰ እምነት ይሓፅረካ ልዕሊ ኹሉ ግን ካብ 4ይ ክፍሊ ንላዕሊ ከይትመሃሩ ጎተትኩም ጣልያን አዕራብ እንግሊዝ ከልኪሎሙኹም ትሕቲ ሰብ ኮይንኩም ተሪፍኩም .ሐዚሲ እዚ ወዲ ንድሕሪት 50 ዓመት ተመሊሱ አሎ ዓለም አበይ ከምዘላ አይፈልጣን .ግን ንመን ዳኣ ክመስል .አብ ኤርትራ ዝረኤ ዘሎ ናይ ዓርሰ ምትሓት ፀገም መሰከፊ እዩ እዚ ወይዘሮ እዚ በቃ ሱቅ ኢሉ ከም ጨርቂ ይቅደድ አሎ እዋይ ዘይምምሃር .ፀገምዩ.
ወያነ 50 ዓመታት ደኪሙ ባዶ ተሪፊ፣ ሻዕቢያ 60 ዓመታት ደኪሙ ናጽነት ኤርትራ ከም ዘይሰርሕ ገይሩ ኤርትራን ኤርትራውያን ባዶ አትሪፊ ፣ ናይ ትግራይን ኤርትራ ሕዝቢ በዚ ውግእ ከሲሩ እዩ ።
ኣየወ እቶም ኤሪትራ ነጻ ክትወጽእ ከላ ደቒ 17 18 ዝነበሩ ሕጂ ደቒ ሓሙሳታት ኮይኖም ኣለዉ እታ ሃገር ክኣ እዚኣቶም እዮም ክቕበልዋ ዝግቦኦም ነይሩ ኣብ ክንዱኡ ግን ሙሽ ሃገር ክቕበሉ ዝመውት መይቱ ዝእሰር ትኣሲሩ ዕድል ዝገበረ ተሰዲዱ ሓደ ወለዶ 25 ዓመት እዩ እቶም ኤሪትራ ነጻ ክትወጽእ ከላ ደቒ ካብ 17 ክሳዕ 20 ዝነበሩ ሕጂ ልዕሊ ሓሙሳታት ማለት እዮም እዚ 2 ወለዶዚ ጠፊኡ እዩ። እዚ ሕጂ ዘሎ ወለዶ ኣብ 2 ሽሕ ዝተወለደእዩ እዚ ኽኣ ኣብታ ሳዋ ምስ ከደ ቡኡ ገይሩ ክጸንት እዩ ከምቶም ዝሓለፉ 2 ወለዶ።
Suk bel wedi fetahit kulfi
@@biniamghile6872 ሽለት
@@biniamghile6872 YOU ARE ZERO, TPLF ZERO, SHABIA ZERO, ሕወሓት፣ ሻዕቢያ ደረጃ ኩም ካብ ደርጊ ንታሕቲ ኢኩም ከሲርኩ። ደርጊ ብዙሕ ሰራዊት እዩ ተሳዒሩ፣ ንስኩም ኤርትራውያን ብዘይ ክዳን ኢኩም ካብ ኢትዮጵያ ወጺዕኩም ሕወሓት ከኣ ብቄሮን ፋኖን ብዕምኒ ናብ መቀለ ዝአተኩም ሕጂ ኩሉኩም ኤኮኖሚካሊ ካብ ኢትዮጵያውያን ንታሕቲ ኢኩም ።
ይንቀልካ እዋይ ቦግ በል ሓሳዊ 😂😂😂
አታ አይትሐሱ እተን ታንክታት ናይ ወያነ እየን ሐዬሊ ሰብ ኢኩም ከድኩም
Weyane kabey zemxen tanki...nska ember ezi haqi mwhat abyuka
❤❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤