ኣብ ፍቅሪ ይጭከን ድዩ ? ዘይኮን ኮይኑ መሕዘኒ ክስተት 😭😢
ฝัง
- เผยแพร่เมื่อ 8 ก.ย. 2024
- #eritrea #habesha #tigray #duet @maggyshow @selamtsegaysmile9152 @gzedhabesha @gereemunentertainment @NuedTube @SEMAYENT @Ripple-q1n#tigray #tigraynews #tigrignamusic
TigraiMediaHouse HagereTigrayሃገረትግራይ TigraiTv DimtsiWeyanetelevision #TSTAPP Ethio360Media SyeEntertainment EthioForumኢትዮፎረም SeifuONEBS #KyanaEntertainment #sebleentertainment VenusMusic #Merkebbonitua #kokebmediaኮኾብሚዲያ #MicrophoneMedia #Jstudio #BANAINFOTAINMENT #LihamMelody #ESATtv #EthiopiaአዳኙካሜራAdagnuCamera #SEMAYENT #Hopemusicethiopia #EthioInfo #Omn #NeshneshTv #Raiena #TEFETAWITALKSHOW #HabeshaBroadcast #TMH #ethiopia #Ethiopia #merkebbonitua #hopemusicethiopia #ethiopia #ethiopian #ethiopiannews #tigrainews #eritrea #eritrean #Assena #ATVasena #EthiopianslnSaudiArabia #kramat #EthiopianNationalDialogue #Ethiopiaprevails #Sergegna #Wegoch #GEBEYANU #Debretsion #Gebremichael #AbiyAhmedAli #OlusegunObasanjo #JoeBiden #UAE #USAID #Eskinder #Nega #EthiopianPolitics #EthiopianDagDaylogue #GERD #Xne #7LN #አባይ #ግድብ #የአማራልዩሃይል #TDF #ነጭሀውስ #ሶማሌፋሚን #ፋኖ #ENDF #አፋር #ሶማሌ #ኤርትራ #ወልወጋ #ቶክሾው #ኢትዮጵያውያንሙስሊሞች #Ethiopian #Orthodox #ኢሳያስ #አፈወርቂ #ሻይ #ቡና #የኢትዮጵያፖለቲካ #እናትፓርቲ #የብልፅግናፓርቲ #የነፃነትእናየእኩልነትፓርቲ #የኢትዮጵያዜጎችለማህበራዊፍትህ #SolomonShumiye #ZehabeshaOfficial #FanaTV #ArtTVWorld #ZehabeshaOfficial #EBC #ጌታቸውረዳ #ኦላ #አቤልብርሃኑ #ወይዘሮ #ባልደራስ #ብርቱካን #ሚደቅሳ #አሚናመሀመድ #የተባበሩትመንግስታት #UNSC #Ethiopia #asharamedia #mido #fetaDaileynews #tigraynews #tigrai_tv #tmhtigraymediahouse #tigray_media_house #tigray_tv #tigray_music #hagere_tigray #tigray_news #tigray_music_2022 #dw_tv_tigray #tmhtigraymediahousenewstoday #tigray_war #tigraymusic_2021 #tigraymediahousetoday #tigrayvoice #tigraytvnewstoday #tmhtigraymediahousetoday #tigray_song #tigray_tiktok #tmh_tv_tigray #tmhtigraymediahouselive #cyberpower_of_tigray #microphone_media_tigray #dw_tigray_tv #tigray_news_today #dimtsi_weyane #tigray_tv #tigray_media #tdf_tigray #tigray_comedy #tigray_music_new #tigray_online #newtigraymusic2022 #zena_tigrigna #menfesawi_film #tigrigna_orthodox #ethiopian_music_tigrigna #tigrigna_mezmur_orthodox #voa_tigrigna #kbzena_tigrigna #tigrigna_classical #music_collection #tigrigna #ethiopian_tigrigna_music #xelot_orthodox_tigrigna #fidelat_tigrigna #newtigrignamusic2022thisweek #guayla_tigrigna #tigrigna_alphabets #tigrigna_mezmur_protestant #orthodox_film_tigrigna #jesus_film_tigrigna #tselot_tigrigna #happybirthdaysongtigrigna #mexhaf_kidus_tigrigna #jesus_tigrigna_movie #music_tigrigna #bible_tigrigna #mezmur_tigrigna #orthodox_eritrea #pope_shenouda_tigrigna #bibleaudio_tigrigna #tigrigna_bible_audio #bible_tigrigna_audio #tigrigna_music #shrektigrignafullmovie #mezmurorthodoxethiopia #ethiopia #ethiopianews #gmntvethiopia #emsethiopiamediaservice #yeethiopialijochtv #ethiopiacountry #unitedethiopia #ebstvethiopia #markwiensethiopia #inspireethiopia #tolosaethiopia #myviewsonnewsethiopia #ethiopiavlog #gmmtvethiopia #ethiopiatimeandyear #ethiopiamediaservice #ethiopiamusic #ethiopialijochtv #songs #begenamezmur #orthodoxethiopia #ethiopianewstoday #classicalmusicethiopia #ethiopia7yearsbehind #gmntvethiopianew #ethiopiaorthodoxsmezmur #teddyafroethiopia #ethiopiawar #musicethiopia #tiktokethiopia #eritreamezmur #catholiceritrea #picoceritrea #eritreamusic #eritrea #eritreamovie #tvsenederitrea #aanmediaeritrea #solomediaeritrea #eritreacountry #filmeritrea2022 #eritreashikor #eritreafilm #mezmurorthodoxeritrea2021 #sibketorthodoxeritrea #eritrea #vlog #jstudio #eritrea #dehayeritrea #mezmurorthodoxeritrea2022 #zeysharawiteritrea #tadieritrea #eritreacomedy#dimtsihafash #eritreamezmur #orthodoxeritrea #berekettikue #asmaraeritrea #eritreatoday #filmeritrea2021#eritreatv #መረጃቲቪአዲስወቅታዊጉዳይ #music #drama #ebstv #gereemuncomedyfilm #merejatv #ኢትዮፎረም #ዲጅታልወያነ #asena #dw #tplf #TDF #Filmmovie #tigrai #tigray #tigrignasong #ተከታታይድራማ #ፊልም #ሙዚቃ #ክሊፕ #donkeytube Dasna EXTRA Tigray Tv Tigrai Media House Dimtsi Weyane Jstudio Donkey Tube ZENA TIGRIGNA Merkeb bonitua Microphone Media Zara Media Dedebit Media Tigrigna Music Ethio News Habesha Brodacast Kulu Media Ethio 360 Media Seifu ON EBS Tigrai Online MAHDER PRODUCTION ELLA RECORDS Digital Weyane MIDO Tigray News Eri -TV Rara Media TEFETAWI TALKSHOW Eritrea Adagnu Camera Tigrai News Liham Melody ATV asenaa@hopemusicethiopia @ethioforum @UnitedEthiopiaHUMANITY @OfficialEthioinfo @spacex237 @ethio360media2 @comedianeshetu @zaramedianetwork @AbelBirhanu @Adagnucamera @fetadailyanalysis @AddisFact @fetadailynews9708 @MinewShewaTube @MikoMikee @mikishow @Microphonemedia @KuluMedia @jstudio1 @ruftamedia @tigraynews24 @TigraiTv @TigraiMediaHouse @tigraionline @habeshabroadcast @HagereTigray @DimtsiWeyaneTV @dehaymeneseyat5852 @LazaRecords @abrelohd @LihamMelody @AdmasMusic @ellarecords @SEMAYENT @seifuonebs2712 @SyeEntertainment @gereemunentertainment @ATVasena @ATAMedia @Hericho @kokobmedianetwork
ጆቲየይ ሮዚየይ ብጣዕሚ እየ ዘክብረኩም ዝፈትወኩም እና ቡዙሕ ኮመንት እካ አይፅሕፍን ዋ ግን ንክፅሕፍ አገዲድኒ ምክንያት አብ ትግራይ ዝግበር ዘሎ በብዛሓ ባዕልትና ልባዕትና ሙካኑ እዮ ዘሕዝን እና እግዚአብሔር ብግብና አቆጢዒናዬ ኢኔ ኤና ናብ ቤት እግዚአብር ንመለስ ባዕልትና ፀላእሰናይ ቦታ ንህቦሎና መስተውዓሊ ልቦና ይሃበና ፈጣሪ 🙏
ካብ ፈጣሪ ክንርሕቅ ከለና ሸይጣን ብጣዓሚ ኢዩ ቦታ ዝረክብ ዘሎ😢ስለዚ ካብ ፈጣሪና ኣይንራሓቅ ፆሎት ነዘዉትር👏
ሓቂ❤😢
ናይ ብሓቂ ብሬዋይ😢😢
ልቦና የሃበና ፈጣሪ 😢🙏😢🙏😢🙏💔💔
ዋይ ማርያምን ብጣዕሚ ኢዩ ዘሕዝን አሞ ኻኣስ ኣብ ትግራይ ከምዚ ዓይነት ማራ ኢዩ ዘሕርቅ አንታይ ንኸዉን ኣለና ኣነ ምግራመይ ኢየ ወዲኤ አዚ ኣብ ጸላአትና ንሪኦ ዝነበርና ኢዩ ኣዚና ክንጽየፎን ካብዚ ሕማቅ ተግባር ክንርሕቅን ኣምላኽ ምሕረቱ ይልኣከልና አምበር ከቢድ ኢዩ 🥹ብፍላይ ካብዚ ኲናት ንዳሓር ጥቅላላ ኣይጠዓናን አቲ ጭካነ ናይ ጸላአቲ ኣሕሊፎምልና ኢዮም ወጽዮም ይመስለኒ 💔😥
ስሕታን ማዓልቲ እይተውዐለና ጎይታይ ማዓረይ እግዚእብሔር አምላክ ባዕሉ ምሕረቱ ይላኣከልና😢😢😢😢
ታይ ኢና ንብሎኮ ጨኒቅና ኣምላኽ ካብ ስሑት ማዓልቲ ይሰውረና 😭😭😭💔💔💔💔
ኣሕ መሕዘኒ ፈጣሪ ኣብ ሕቁፊ የንብሮም እግዚኣብሄር ኣምላክ ምሕረት የውርደልና ፆሎት የድልየና ኣሎ 😢😭💔
እንታይ ክንብል ፈጣሪ ባዕሉ ምሕረት የውርደልና የፍራሓካ እዚ ግዜ 😢😢
ብጣዕሚ እዩ ልብኻ ዝሰብር ፈጣሪ ምሕረት የውርደልና እመበር ብሓጥያትና ውን ስለ ዝኽእል ናብ ኣምላክ ንመለስ🙏😭💔
ዋይይ እፍፍፍ ውቅሮኒየ ናበይ እኪ እባ ኣምላክ ሆይ ምሕረት አውርደልና😭😭😭😭ንመዊተይ መንግስተይ ስማያት የውርሳም እምበር ስይጣን መዓለተይ ውዕለም እዩም አሕዋተይ😭😭😭😭
ኣሕሕሕ ብጣዕሚ እዩ መሕዘኒ😭😭መንግስተ ሰማያት የዋርሶም😭😭
ከብዚ ይምሓረና ፈጣሪ ስሑት ማዓልቲ መንገስተ ሰማይ የዋርሶም ኣሕዋተይ ሕማቅ ማዓልቲ😭😭😭💔😭
ብሐቂ ክቡራት አሕዋተይ ፆሎት እዩ ዘድልየና አምላክ ይቅረ ይበለልና 😢
ልቦና የሃበና ፈጣሪ🙏🙏🙏
በስመኣብ ካብዚ ይምሓረና እግዚአብሔር ኣምላኽ ምሕረቱ ይላአከልና😭💔
😢😢😢😢ብሓቂ ብጣዓሚ እዩ የሕዝኒ😢😢
ዋይ ኣበይ ግዜ ኢና በፅሕና እግዚኦ ማሓረና ክርስቶስ 😭😭😭💔
ኣይይይ ምፊጣርና ዘፅልእ ካብ ዝኹሉ ፀበባ ወፅኻስ ብኢድ ወገንኻ ምጥፋእ 😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢
በስማኣም ካብዚ ይምሓረና ኣሕዋተይ😢😢😢😢
አምላክ
ይመሰገን ዳሓን እየ ብወገንኮወዲነይጥዕናን
ማርያም ብጣዓሚ ሕማቅ ግዜ በፅሕና😢😢
ብጣዓሚ የሕዝኒ😢😢😢
ብሓቂ ወላዲቱ ቀትሉ የሕዝን 😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢ኣብ ፍቅሪ ክንድዚ ጭኻነ 😢😢😢😢😢
ስሕታን ማዓልቲ ኣተውዕለኒ ጎታይ ማዓረይ እፍፍፍፍ😭💔
አሜን አሜን አሜን
ኦ ጎይታ ማሓረና ይቅር በለልና ልቦና የሃበና
😭😭😭😭😭ኣምላክ ኣቦይ ምሕረት ልኣኽ የኣክል ባበለና😢😢ናበይኢና ንኸዶ
ሕማቅ ማዓልቲ ኣይ ተዉዕለና መንግስተ ሰማያት የዋርስኩም 😭😭
😢😢😢😢😢😢አየ ግዚ መሕዘኒ አዩ ፈጣሪ ሱሑት ማዓልቲ ኣዊዒልዎም እፍፍፍፍፍፍ
ልቦና የሃበና ፈጣሪ😢😢😢
ኦ ጎይታይ ማዓረይ ካብ እዙይ ማሓረኒ እዩ ዝብሃል ስሕት ማዓልቲ ዊዒሎም መንግስተ ሰማይ የዋርሶም ኣምላክ ኣቦይ ሓጥያትና ሓድግካ ይቅር በለልና😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢,😢😢😢
ሳብስክራይብ ግበርለይ😍
ልቦና የሃበና ፈጣሪ
😢😢😢😢ንመወቲ መንግስተ ሰማይ የዋርሶም ንብምልኦም ቤተሰብ ድማ ጽንዓት ይሃብ😢😢ንትግራይና ድማ ኣምላኽ ሰላም የውርደላ😢😢😢
ኣሕዋተይ ማዓረይ ኩሉ ኣምላክ ልፃሓፎ እዩ ልኮን እሞ ኣይንፍረድ እና ኣምላክ ባዕሉ ልቦና ይሃበና😢😢
Ewayyyy....wegenatey betami eyu zehzen 😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢
እግዚአብሔር ኣምላክ ይታዓቐና እምበይ ታይ ይባሃል ኾዩኑ ካብዝ ኹላይ ኩናትን ሽግርን ወፅእኻ ሕጅ ብእድ ናይ ባዕልኻ ሰብ ክትጠፊእ ብጣዕም የሕዝንን የናድድን እዩ ታይሞ ይግበር መንግስተ ሰማይ የዋርሶም ንኹሎም 😢😢😢
አምላኬ ልቦና ሃበና
ኣታ ታእዩ ጉዱ ዋ ያሕዝን 😢😢😢
ረኪብክዮ ዘለኪ ዉቅሮ መሕዘኒ ዝኮነ ዘመን መንግስተ ሰማይ የዋረስኩም መወትቲለ ኣይ 😢😢😢😢😢😢
ኦግዚኦ መሓረና ክርስቶስ😢😢😢😢😢😢😢
ምድረ ፅዮን ዶ ከምዚ ነውራም ተግባር ምተፈፀመ😢😢😢😢😢😢😢
ዋይ ዋይ ዋይ😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢
እንዳ ጆቲ እንኳዕ ሰላም መጽኣኹም🙏ብጣዓሚ እዩ ዘሐዝን ስጋ ባባ 😭ግን ኣብ ትግራይ ድሕሪ ኩናት ስነ ኣእምሮ መንኣሰይ ፅቡቅ የለይ ቀልጢፎም ይቁጥዑ ቀሊጢፎም ይውስኑ ገለ ብቻ ብጣዓሚ የሐዝን በተለይ ልኣድኡ ዝቀተለ😭እቲ ፍቁራት ግን ነታ ጓል መንግስተ ሰማይ የዋርሳ ነቲ ዝትሓነቀ ግን .....ምክንያቱ ለይጋገ የለይ ኣብነት ነቢዩ ሙሴ ንጉስ ዳዊት ሰብ ቀቲሎም እዮም ግን ተነሲሖም ሐዚ እቲ ቆልዓ ካልኣይ ዓቢ ጌጋ ገይሩ ነብሱ ኣጥፊኡ ልክዕ ከም ይሁዳ ልዙይ ወይልኡ ኢካ ትብሎ 😭እወ መንኣሰይ ካብ ኣምላክ ሪሒቅና ኣለና ደርፊ ጭፈራ ንሰይጣን ኢና ነሕጉሶለና ኣብ ክንዲ ካብ ኩናት ዘዕረፈና ነመስግኖ ብመዝሙር ረሲዕናዮ ዝመከራ ኣቤልን ቃኤልን ዝበዝሓ ኮይና ኣላ😢
ኦ መድሃኒአለም ኣቦይ ካብ ስሕቲ ማዓልቲ ሰውረና 😭😭😭💔💔
በሰመኣብ ካብከምዙይ ይሰውረና ንዝመቱለ መንግሰተ ሰማይ የዋርሶም😢😭😭😭😢
ኡፍፍፍ ሱሑት ማዓልቲ አይውዕለና እዩ ዝበሃል አሕዋተይ😢😢😢😢😢😢💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔
እህህህህህህህህ ካምዚ መሓረኒ አረ ናበይ ኢና ንከድለና 😭😭😭😭😭
ካብ ፈጣሪ ምርሓቅ ሸይጣን እዮ ዝስዕር ፅቡቃተይ ፀሎት እዮ ዘድልየነ ሰብ ተበላሽዮ እዮ ምዕባለ እነተብሃለ
እወ አረ ኣይፍረዲ ዝኾነማ ኮይኖም እዮም ሓደ ፈጣሪ ጥራሕዩ ዝፈልጦ😭ኣጉሮዋይ ለዋህይዶ ነበርካይ ኣብ ሐዚ በፂሕካዶ ሸይጣን ጠቅሊሉ መፂኡካ ኣሕሕ😭😭😭😭💔💔
ልቦና ይዓድለና ፈጣሪ 🙏🙏🙏🙏💔💔💔
ብጣዕሚ የሕዝን😢😢
ልቦና ይሃበና ፈጣሪ😢😢😢😢😢😢😢
Besmeam kabzi mehareni tay aynet gize eina betsihna😭😭
ትግራይ ከየናኣቲ እኮ ፈርሒና ለሚስ😢ስደትለ ሰልችውና😭
ዉይ ኣምላክ ሆይ ሓድራ ካብ ሽይጣን ማዓልቲ ማሓረና😢😢😢
ብጣዕሚ እዩ ዘሕዝን🖤😭
ዊይዊ ጎልነይ ምፅልማቱ ብድሕሬኪ 😭😭😭😭💔
jote ብጣዕሚ ለባም♥️🥹
ብጣዕሚ እዩ ዘሕዝን😢😢😢😢😢
የሕዝን እዩኮ ባእ 🌍 ግን 😭
ብጣዓሚ እዩ ልብካ ዝሰብር😢😢😢😢
ካብ ስሑት መዓልቲ ይሰውረና😢😢😢
መሕዘኒ አዩ ፈጣሪ ሱሑት ማዓልቲ ኣዊዒልዎም አፍፍፍ 😭😭💔
እፍፍፍፍፍ ብጣዕሚ እዩ ዘሕዝን 😢😢😢😢ካብዚ ይምሓረና ኣሕዋተይ
መዋረስቲ. ሰማይ. የሀባ. ተማክግበር😢😢😢😢😢😢😢
😢😢😢😢😢ብጣዕሚ እዩ ዘሕዝን
ብጣዕሚ የሐዝን እዩ 😭😭😭
እፍፍፍፍፍ😢😢😢😢😢
ኣሕዋተይ ፆሎት ነብዝሕ😢😢😢😢ኡፍፍፍፍ
ብጣዓሚ የሕዝኒ😢😢😢😢😢😢😢
እዝግዮ ማሓረኒ😢😢
😭😭😭😭😭😭😭💔💔💔💔💔💔💔💔🙏🙏🙏🙏🙏ፅንዓት ይሃብኪ ዓደይ
ሰይጣን ስርሑ ይሰርሕሎ ኣሕና ፀሎት ሓዲግና ፈጣሪና ሓዲግና😢
ሕማቅ ግዜ😢😭😭
ብጣዓሚ ይሕዝን💔😭
ኣሳዛኝ ክስተት 😢😢 ልቦና ይሃበና ፈጣሪ🙏
ብጣዕሚ የሕዝን እግዚአብሔር አምላክ ካብ በዚ ሕማቅ ፈተና ሰውረና 💔😭😭😭😭
እወ ዞም ኣሕዋተይ ካብ ፈጣሪና ብጣዕሚ ኢና ሪሕቅና ዘለና😢😢😢😢
ብጣዓሚ እዩ ዚሕዝን 😢😢😢
ካብዚ ሰዉረና አምላኬ አቦይ😢😢😢
ብጣዕሚ እዩ ዘሕዝን😭😭😭😭😭😭😭😭😭
አምልኽ ምሕረት ይለኣክለና 😢😢😢
ዝይሰማዕ እበር ዘይግበር ኮ የለን😢😢😢😢
እፊፊፊፊፊ ታይ ዓይነት ግዜ በፅሕና 😢😢😢😢😢
ናይ ትም ፍቅራት ግን ማረ የሕዝን እንታይ መዓር ክንድዝይ ጫካን አፍፍፍ አተ ጓል ዓም አየ አድአ ሰአነ ብጣዕሚ የሕዝን አፍፍፍ ሰይጣን አዳፋአውም 😭😭😭💔
ሳብስክራይብ ግበርለይ😍
btaemi yehzn
ፈጣሪ ምሕረት ኣውርደልና
ብጣዓሚ ይሕዝን😢😢😢😢😢😢😢😢
ካብዚ መሓሪና. ኣምላከይ😢😢😢
ዋይ ኣበይ ግዜ ኢና በፅሕና እግዚኦ ማሓረና ክርስቶስ😢😢😢😢
አዴካዶ ትቅተል ታይዓነት ግዜ እዩ😢ዋይ ስዋ ሸይጦ አዕብያቶስ ምቅታል በስምአም ታይኢና ንብሎ
Lbona.yhabena.fetari😢
መንግስተ ሰማይ የዋርስኩም ንኡሳተይ😢😢😢😢😢😢😢😢
ብጣዕማ እዩ ዘሐዝን😢😢
ሕማቅ ጊዜ በፂሐና😢😢😢😢😢😢😢😢
አፍፍፍፍፍፍ 😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭
😢😢😢
ብጣዕሚ አዩ ዞሕዝን አፍፍፍ ፅጋብ ምሳይ አዩ ትምህር ብጣዕሚ ጥዓይ ሰብ ነይሩ ምስውእት ክፍሉ ለዓዳ ኣሕ😭💔ተስፋይ አዎን ከብ ቅደም ይፍልጥ አየ ብጣዕሚ ሕምቅ ሰብ አዩ አብ ትምህረት ቤተ ንሐድ ትምህርይ ልክንት ጓል ጥማትካይ አሉ በአፍ ንጨኦ ደሞ አሰከብ ዝወጽእ ወቅዓ አብ ትምህርትቤት አዩ ተሰፋ ማለት ትምህርት ግብዝ አዩ ነይሩ ገና ማረ ደረቅ አዩ ተሰፋ ማለት በደንብ አየ ዝፍልጥ ገና ልአዶኦ ከጫካን 😢ብጣዕሚ አዩ ተሰማዒነ ኣሕ ዓለም ክንቱ😭😭💔
😢😢😢😢😢❤❤❤
😢😢😢😢😢
ኣብ ገነት የንብርኩም ዕሸላተይ😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢