ERITREAN ORTHODOX TEWAHDO MEZMUR - Kemzi Kemay Yelen - ከምዚ ከማይ የለን- By Dn Abrham Mehari

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 3 ต.ค. 2024
  • ERITREAN ORTHODOX TEWAHDO MEZMUR - Kemzi Kemay Yelen - ብዲያቆን ኣብርሃም መሓሪ
    ሰላም ክቡራት ተኽታትልቲ EriOrthodox ሰላመ እግዚኣብሔር ምሳኻትኩም ይኹን እንዳበልና፤ እዚኣ መዝሙር ከምዚ ከማይ የለን እንዳተባህለ ትፍለጥ ዝነበረት መዝሙር ኮይና ሕጂ ከኣ ንእሽተይ ምምሕያሽ ተገይርላ ብድሌት ተከታተልቲ እዚ ቻነል ተሓዲሳ መጺኣ ኣላ።
    © EriOrthodox is the only Channel that has exclusive rights for all Lyrics produced by Zemari Diakon Abrham Mehari.
  • เพลง

ความคิดเห็น • 319

  • @ተስፋጽባሕኣቡየ
    @ተስፋጽባሕኣቡየ 2 ปีที่แล้ว +98

    💖 ከምዚ ከማይ የለን💖
    ንድሕሪት ጠሚተ ማዕዱ ከቋምት ንዝክሪ
    ቅንጣብ ብዘይ ገድለት ኩሉ ናይ የእዳውካ ግብሪ
    ማዓሙቑ ኣይበጽሖን ፍጹም ልበይ ብምስትንታን
    ምሕረትካ ዘክብሮ ባርያስ ከምዚ ከማይ የለን
    ~~~~~~~~~~~~~~~~~~~~~~~
    ብሰማዒት እዝኒ ይሰምዕ ዛንታኻ ኢድካ እትገብሮ
    ዘውትር ነቲ ንዑቅ ምሒር ከተኽብሮ
    ብሰማዒት እዝኒ ነቲ ትሑት ባርያ ኢድካ ክትሕብሕቦ
    ከቶ ድንጽው ይብሎ ኣኣሙሮይ ክሓስቦ
    ሎሚ ግን ርእየዮ ታኣምር ግብርኻ ከም ቅጽበት ከም ዓይኒ
    ኣብታ ሰዓት ጥፍኣት ንእለት ክትበጽሓኒ
    ሎሚ ግን ርእየዮ እቲ ትከቢድ ደመና ሻቡ ተበቲኑ
    ጸሓየይ በሪቃ ሕሉፍ ታሪክ ኮይኑ
    ~~~~~~~~~~~~~~~~~~~~~
    ዝተቀብጸ ጎበዝ ኣልኣዛር እቲ ሓደ ኣብ ማእከል ኣሓቱ
    መግነዙ ፈቲሕካስ ብሂወት ናብ ቤቱ
    ዝተቀብጸ ጎበዝ እንኮ ንበላዲት ወዲ እታ መበለት
    ትእዛዝ ቃልካ እምጺእዎ ካብ ዓዲ ምዉታት
    ኢድካ በጺሓቶ ኣልኣዛር ባርያኻ ዳግማይ ዝተቀብጸ
    መግነዝ መቃብሩ ሃንደበት ምስ መጸ
    ኢድካ በጺሓቶ ትትርፊ ወላዲ ትሑት ድኹም ባርያ
    ከገልግል ንስምካስ ዕምሩ ኣንዊሕካያ
    ~~~~~~~~~~~~~~~~~~~~~~~~
    ዝነበረ ኣይኮነን ካበይ ዝነበረ ይፈልጣ'ንዴ ቤተይ
    ዶኪማስ ይሓይሽ ሙሉእ በዓል ውራይ
    ዝነበረ ኣይኮነን እዚ ኩሉ ዘሎ ቤተይ ዘጸበቐ
    እኹል ትሩፍ ሽሻይ ቤተይ ዘሟሞቐ
    እንታይ'ሞ ክብል'የ ስለታ ለጋስ ኢድ ሂባ ዘይትርብርብ
    ጭራሽ ከይፈለየት ንኹሉ ትምግብ
    እንታይ'ሞ ክብል'የ ጎይታይ ግብሪ ኣእዳውካ ኣመና በዚሑ
    ቤተይ ተባሪኹስ ልበይ ተፈሲሁ
    ~~~~~~~~~~~~~~~~~~~~~~~~
    ከማይ መን ይህሉ ኢድካ ዝበጽሖ ፍጹም ዝተረድአ
    ድላይ ውሽጢ ልቡ ቃሉ ዝተሰምዐ
    ከማይ መን ይህሉ ምሉእ ብዘይ ጉድለት ኢድካ ዘሕለፈሉ
    ቁሊሕ ዝበልካዮ ( ዝኮንካ ጽላሉ) 2
    በል ፍቓድካ ይኹን ኣነ'ውን ከዘንቱ ከምቶም ዝሓለፉ
    ምስጋና ውዕለትካ ንሽጉር ከተስፉ
    በል ፍቓድካ ይኹን ዘውትር ብኣምላኽ ደው ክብል ብሂወት
    ጎይታይ ንኽብርኻ ክሳብ ዕለተ ሞት
    ~~~~~~~~ 🙏💖🙏💖🙏~~~~~~~
    ወስብሐት ለእግዚኣብሔር ልኡል ወለወላዲቱ ድንግል ወለመስቀሉ ኩቡር ኣሜን ዝተጋገኸዎ ጌጋ ብኣፈ ትጉሃን መላእክቲ ይትኣረመለይ🙏🙏🙏።
    ዘማሪ 🔜ድ/ን ኣብርሃም መሓሪ💖
    ግጥሚ 🔜ድ/ን ኣብርሃም መሓሪ💖
    ዜማ 🔜 ድ/ን ኣብርሃም መሓሪ💖
    🖍writing by ድ/መዳ 💖

    • @maakeleshtewahdo6218
      @maakeleshtewahdo6218 ปีที่แล้ว +5

      ዝማሬ መላእክት የስመዐልና 🥰

    • @IbelongtoJesus123
      @IbelongtoJesus123 9 หลายเดือนก่อน +4

      ❤❤❤

    • @NatiKflay
      @NatiKflay 5 หลายเดือนก่อน

      ❤❤❤🙏🙏🙏

    • @TemesgenTekulu
      @TemesgenTekulu 5 หลายเดือนก่อน

      ❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @ምዕራፍዩቱብሚሊ
    @ምዕራፍዩቱብሚሊ 11 หลายเดือนก่อน +7

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን❤❤❤ ኦ ጎየታየ ካባካ እንተሪሐቀስ ልበይ ይጉሂ ጎደሎ ኢየ ናባካ እንተቀሪበ ግን ልበይ ሓጎስ ይመልኦ ሙሉኡነት ይስመዐነ ምእንቲ ንዓይ ክጥዕመኒሲ ምሳካ አንብረኒ ጎይተይ ልቦናይ ክፈተለይ🙏🙏

  • @angesommesfn3994
    @angesommesfn3994 2 ปีที่แล้ว +75

    ኣሜን
    ነዛ መዝሙር ማዕረይ ዝፈትዋ ይህሉዶ ይኸውን 🙏

    • @dadadadadada9100
      @dadadadadada9100 ปีที่แล้ว +5

      ኣነ ኣለኹ ናደጋገምኩ ዝሰምዓ ብጣዓሚ እዩ ደስ ዝብል ብሓቂ❤

    • @tititesfalem-cn8py
      @tititesfalem-cn8py ปีที่แล้ว +2

      ❤❤❤❤

    • @aataat1524
      @aataat1524 ปีที่แล้ว +2

      ኣነ ኣለኩ ሰሚዐ ዘይመንዋ😢❤

    • @fthawitnuwaye1293
      @fthawitnuwaye1293 ปีที่แล้ว +2

      Ane wen aleku ahwatey❤❤

    • @FireselamHabte
      @FireselamHabte 7 หลายเดือนก่อน

      ❤️♥️♥️♥️♥️♥️

  • @የራያዋወጣት
    @የራያዋወጣት 11 หลายเดือนก่อน +15

    አቤት ክፈትዎ መዝሙር አብ ማዕልቲ ከይሰማዕኽዎ አይውዕልን😢🙏 ዝማሬ መላእኽቲ የስመዐልና🙏

  • @Abriha-ns8xi
    @Abriha-ns8xi 4 หลายเดือนก่อน +4

    ዝማሪ መላእክቲ የስመዓና❤❤❤

  • @ብስራታለማርያምYouTube
    @ብስራታለማርያምYouTube 2 ปีที่แล้ว +18

    እሰይይ ዝማሬ መላእክት የስመዓልና ዝፈትወካ ክቡር ሓውና ፀግኡ የብዝሐልካ🤲❤❤️😍

    • @ሰላምሰላም-ዐ8ኸ
      @ሰላምሰላም-ዐ8ኸ 2 ปีที่แล้ว +3

      ኣስይይ ዝሜሬ መላኣክቲ የስምዐልና ፀግኡ የብዘሐልካ🌺🌺🌺🌺🌺🌺🌺ክቡርሓዉና🌹🌿🌿🌹🌹🌹🌹💘🌿🌿🌿🌿🌿💘💘💘💘🌿🌹🌹

  • @temsgne7752
    @temsgne7752 7 หลายเดือนก่อน +5

    ኣሜን(3)ዝማረ መላእኽቲ ይስመዐልና ድያቆነየ ጥዕ ም መዝሙር ናይ ስደተይ መንጪ ድያቆን ኣብርህለ ቅጨንቀ ኽሓዝን ኽናፍቅ ብናትኹም መዝሙር አየ ዝጽናናዓ ስደትና ይሕጽረልና እግዝብሔር ኣምላኽ😥🤲🤲😘

  • @daniellyemanne7126
    @daniellyemanne7126 2 ปีที่แล้ว +12

    ኩቡር ድያቆን ኣብርሃም መሓሪ ዝማሬ መላኣክቲ የስመዓልና፡እዝጋኣብሄር ጸጉኡ የብዝሓልካ፡ኣጎልጎሎትካ ይቀድሰልካ ድንግል ማርይም ብጸሎታ ትከልልካ🙏🙏🙏❤️❤️❤️

  • @ውዕለቱዘክሪነብሰይ-ኀ8ጰ
    @ውዕለቱዘክሪነብሰይ-ኀ8ጰ 2 ปีที่แล้ว +12

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእኽቲ የስምዓልና ዲያቆን ኣብርሃም ሓወይ
    ቀጺለ ክብል ምስ ናይ ይቅረታ እቲ ተቅሩቡና ዘለኩም ናይ ድምጺ ምቅያር ተዘይ ኮይኑ ዝተቀየረ የለን ካላኣይ ንምንታይ ዕላማ እዩ ንካላኣይ ግዜ ትዙርጉሑና ዘለኩም ቅሩብ ከም ንሕና ተዓዘብቲ መጠን እዚ ተቅሩቡና ዘለኩም ጽቡቕ ኣይኮነን እቲ ቀደም ናብ ህዝቢ ክዝርጋሕ ኮሎ ሳንሱር ተጌሩ ዶ ኣይኮነን ተዘርጊሑ ንምንታይ ዳግማይ ምምሕያሽ ኣዲሊዎ ወይ ንሽቀጥ እዩ ዋና ዘይፈልጦ ንካላይ ግዜ ትሶዱና ዘለኩም ብልቢ ይቅረታ ግበረለይ ኣብ ዝመጽእ ብሓዱሽ መዝሙር ክትሞጹና ብተስፋ ንጽበ

    • @ተስፋጽባሕኣቡየ
      @ተስፋጽባሕኣቡየ ปีที่แล้ว

      ኩቡሩን ፉቱውን ሓው እቲ ቃልካ ሓቂ ኳ እንተ ኮነ ቁሩብ ከይ ተሃወክና ዓቅሊ የድልየና እቲ ቡሉጽ ቃላትን መዝሙራቱን ድያቆን ኣብርሃም ብዘይ ሓደ ነገር ዶ ይመስለኻ ኣብ ምድጋም ኣትዩ ንዓና ንስለ ገንዘብ ይመስለናሎ ነገር ግን ከምኡ ኣይ ኮነን ሓደ ነጥቢ ኣሎ እምበር ድያቆን ኣብርሃምስ ካብ ማንም ዝጽበ ኣይኮነን ጽዮን ዓዲላቶያ ስለዚ ይቅሬታ ኣብካልእን ማልእን ከይ ኣተና ብህድኣት እቲ ጸገም ንክትፈልጥ ይሓይሽ እቲ ደጊሙዎ ዘሎ ድማ ስለ ዝሓሽ ደኣ እምበር ሰለ ዘይ ሓይሽ ኣይ ኮነን ስለዚ ኣይንተሃወክ ኩሉ ነገራት ተፈቲሑ ብሓይሊ ኣምላክ ብሓደሽቲ መዝሙራት ከምቲ ናይ ቀደም ሒዙ ደበክ ክብለናዩ ሰብ ሓቂ እንተ ኮይና ጥራሕ ኣብ ጸሎት ንደግፎ ሰላም ወሰናይ ዝሓወይ

  • @እቲዝምካሕብእግዚኣብሔርይ
    @እቲዝምካሕብእግዚኣብሔርይ 2 ปีที่แล้ว +7

    አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላእክቲ የስመዓልና እግዚአብሔር አምላክ ጸጋ በረከቱ የብዘሐልኹም

  • @فهومسعور
    @فهومسعور 27 วันที่ผ่านมา

    ዝማሬ መላዕክትን ያሰማልን ፀጋዉን ያብዛልህ ወንድማችን 👏ተዋህዶ ለዘላኣለም ትኑር💜

  • @arontsegai
    @arontsegai 2 ปีที่แล้ว +7

    ዝማሬ መላእክት የስምዓልና ዲያቆናዊ ሓወይ። ጥዕምቲ ገይርኻ ተመሊስኻና ነዛ መዝሙር።

  • @titigaltigray7118
    @titigaltigray7118 2 ปีที่แล้ว +12

    እልልልልል አሜን አሜን አሜን
    ዝማሬ መላአክቲ የስመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልካ እግዚኣብሔር ኣምላክ
    ድያቆን ሓዉና ናይ አገልግሎት ዘመንካ ይባረክ ዕድመን ጥዕናን ይሃበልና እግዚኣብሔር ኣምላክ ✝️💒♥️♥️♥️♥️♥️❤️❤

  • @Zemenmisgna-m6k
    @Zemenmisgna-m6k 10 หลายเดือนก่อน +4

    ዝማሬ መላኣክት የስማዓልና ❤ኣደይ ማርያም❤ ጽላላ ተምብረልካ

  • @wedi_asmerom2387
    @wedi_asmerom2387 2 ปีที่แล้ว +8

    ንድሕሪት ጠሚተ ማዕዶ ከቋምት
    ዝማሬ መላእክት የስማዓልና ድያቆን ኣብራሃም ተባረኽ 🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰

  • @yonasasefa220
    @yonasasefa220 2 ปีที่แล้ว +8

    እልልልልል ዝማሬ መላእክቲ የስማዓልና ዲያቆን ሓወይ እግዚኣብሄር ኣምላክ ዘመን ኣገልግሎትካ ይባርኹ

  • @selam801
    @selam801 2 ปีที่แล้ว +37

    አጥንት የሚያለመልም ዝማሬ መላእክት ያሰማልን ወንድማችን

  • @maryamdngley3422
    @maryamdngley3422 ปีที่แล้ว +58

    ምርጥ መዝሙር እግዚኣብሄር በቤቱ ያኑርህ

  • @FnanNuguse
    @FnanNuguse ปีที่แล้ว +8

    ዝማሬ መላእክቲ የስማዓልና ❤❤❤❤❤ጸጉኡ የብዝሓልካ ፈጣሪ ናይ ኣጎልጉለት ዘበንካ ይባረክ❤❤❤

  • @selamtadesse6118
    @selamtadesse6118 2 ปีที่แล้ว +5

    ዝማሬ መላእክቲ የስመዓልና ድያቆን ሓዉና እግዚኣብሔር ኣምላኽ ናይ ኣጎልግሎት ዘመን ሂወትካ ይባርኽ

  • @ወይኒጓልዳኘው
    @ወይኒጓልዳኘው 2 ปีที่แล้ว +4

    ዲያቄነይ ብጣዕሚ እዩ መዝሙርካ ዝምሥጠኒ ፀጉኡ ዳ የብዘሐልካ አምላክ ዳ ክቡረይ

  • @fthawitnuwaye1293
    @fthawitnuwaye1293 6 หลายเดือนก่อน +3

    Znebre ayknen natey wn goytay ab betey zelo tarkey qeyari🙏🙏🙏❤️❤️❤️✝️✝️✝️

  • @ጻድቅአቡነብፁዓአምላክ
    @ጻድቅአቡነብፁዓአምላክ 2 ปีที่แล้ว +7

    ዝማሬ መላእክት የስማዓልና ዲያቆን ሓውና እግዚኣብሄር ኣምላኽ ጸጉኡ የብዛሕልካ ናይ ኣገልግሎት ዘመካ ይባርኽ

  • @عمرعمر-خ8ش4د
    @عمرعمر-خ8ش4د ปีที่แล้ว +23

    ዝማሬ መላዕክትን ያሰማልን ፀጋዉን ያብዛልህ ወንድማችን♥🙏💒ተዋህዶ ለዘላአለም ትኑር♥♥

    • @MaryMary-wq9iy
      @MaryMary-wq9iy ปีที่แล้ว +1

      Amen Amen Amen Temsegen ➕️➕️➕️➕️🙏🏽🙏🏽🙏🏽🙏🏽🤲🤲🤲

  • @wedihiwet
    @wedihiwet 7 หลายเดือนก่อน +3

    Amen Amen Amen ኦ ልፁል እግዝአብሔር አምላከይ ክበር ተመሰገን

  • @ተዋህዶሃይማኖተ
    @ተዋህዶሃይማኖተ 5 วันที่ผ่านมา

    ሰምዐ ዘይፀግባ መዝሙር 😊ድኾነ ስምዒት ዩ ዝስመዐኒ ፣ብሓቂ ደስ ትብል ፍቅሪ አምላኽና ያሕድረልና ብልብና❤ዝማሬ መላእክት ያስመዐልና

  • @ቅዱስሚካኤልአባቴእርዳኝ
    @ቅዱስሚካኤልአባቴእርዳኝ หลายเดือนก่อน

    አሜን አሜን አሜን እግዚአብሔር ይመስገን ዝማሬ መላእክት ያሠማልን❤❤❤

  • @samerh6821
    @samerh6821 ปีที่แล้ว +8

    ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ክብር ሓዉና ሰሚዓካ ዘይሙኖ መዝሙር በርተዐልና ዝሓወይ

  • @ፍቅሪኣምላክኣለዎሓለ-ቈ5ቀ
    @ፍቅሪኣምላክኣለዎሓለ-ቈ5ቀ หลายเดือนก่อน

    አሰይ ጥዕምቲ መዝሙር ዝማሬ መለአክቲ የስመዐልና ክብርቲ ሓፍትና🙏♥️

  • @FilmonKehase
    @FilmonKehase 2 หลายเดือนก่อน

    ዲያቆን ኣባታችን እንኳእ በሰላም መጻእኩም ምርጥ መዝሙር እግዚኣብሔር ምሳኩም ይኩን

  • @kalayutesfay8331
    @kalayutesfay8331 ปีที่แล้ว +3

    አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላአክት የስመዓልና👏👏👏❤❤❤

  • @mxlala868
    @mxlala868 2 หลายเดือนก่อน +1

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏

  • @Tvimiaserawማይ-ሰራው
    @Tvimiaserawማይ-ሰራው 2 หลายเดือนก่อน

    ተመስገን❤ኣምላክ ክብሪ ንልዑል እቲ ንምክሖ ብእግዚኣብሔር ይኩን ብስሙ ንመካሕ...+......፡

  • @auanyway2275
    @auanyway2275 ปีที่แล้ว +4

    AMEN AMEN AMEN🙏🙏🙏
    ኦ ልዑል እግዝአብሔር አምላከይ✝️ ክበር🙏ተመስገን✝️🙏ንዘልአለም✝️🙏ኣሜን💕ኣሜን💕ኣሜን።💕🤲🤲🤲💫💫💫💝💝💝💝💝💝💝💝💝

  • @ibrahimhawlader3530
    @ibrahimhawlader3530 2 ปีที่แล้ว +17

    ዝማሬ መላእክት የስመዐልና 💘♥

    • @rahwaabrhanemeskel3916
      @rahwaabrhanemeskel3916 ปีที่แล้ว +2

      Sorry hawey krstian dika? ezi smka nay Muslim sle zelo eye zhatt zeleku 🙏

  • @TigstiGebreab-pi9vm
    @TigstiGebreab-pi9vm ปีที่แล้ว +2

    Zmarie melaek yesmealna

  • @saimonhabtom8967
    @saimonhabtom8967 2 ปีที่แล้ว +4

    ዝማሬ መላእክት የስምዓልና ሓውና ድያቆን ናይ ኣገልግሎት ዘመንኩም እግዚአብሔር ይካርክ።

  • @فهومسعور
    @فهومسعور 27 วันที่ผ่านมา

    ዝማሬ መላኣክት ያሰማልን ክብር ዘማራይ ሓውና🤲🤲🤲

  • @fthawitnuwaye1293
    @fthawitnuwaye1293 ปีที่แล้ว +3

    Zmare melakti yesmalna aseyyy Elllllllll Elllllllll Elllllllll ❤❤❤🙏🙏🙏

  • @dadadadadada9100
    @dadadadadada9100 ปีที่แล้ว +1

    ዕልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል ዝማሬ መላእኽት የስመዐልና ❤❤❤❤❤❤

  • @ytgr3379
    @ytgr3379 ปีที่แล้ว +1

    ነዛ መዝሙር ሰሚዐ ኣይጸግባንየ ንልቢ ዘረስርስ መዝሙር ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ድያቆን ኣብርሃም ሓዉና

  • @ኣዝመሩጋልኣባሰላማ
    @ኣዝመሩጋልኣባሰላማ ปีที่แล้ว +2

    ዝማሬ መልእክት የስመዐና ክብር ኃውና ፀጋ የብዘሕ

  • @mebrahtentukubet1964
    @mebrahtentukubet1964 ปีที่แล้ว +1

    አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ክብርተይ

  • @KfuUty
    @KfuUty 4 หลายเดือนก่อน

    አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላእክት የስመዕልና❤❤❤❤

  • @freweynihailemichael3385
    @freweynihailemichael3385 ปีที่แล้ว +2

    Amen amen Amen zimare melaekti yesmealna egziabher amlak xegue yebzehelka Diyakon hawina ⛪️⛪️⛪️⛪️💒💒💒👏👏👏🙏🙏

  • @HERIHERI-yl1on
    @HERIHERI-yl1on ปีที่แล้ว +4

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእክት የስመዓልና🙏🙏🙏

  • @RRRR-dq3qg
    @RRRR-dq3qg หลายเดือนก่อน

    ማርያም ወለላ💓ርሑስ ባዓል ኣሸንዳ💓

  • @kirostesfahans
    @kirostesfahans ปีที่แล้ว +2

    ናይ ባሓቂ ዝማሬ መላእክቲ የስመዐልና ጸጉኡ የብዘሐልኩም እግዚኣብሄር ኣምላክ ምሳኩም ይኩን

  • @wediteages9391
    @wediteages9391 2 ปีที่แล้ว +2

    Qale hiwet yesmialna daikon....egziabhier n hzbitat ybark...

  • @ቅዱስሚካኤልኣቦይ
    @ቅዱስሚካኤልኣቦይ 2 ปีที่แล้ว +2

    ዕልልልልልለልልል
    ዕልልልልልልልልል
    ዕልልልልልልልልል
    ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ዲያቆን ሓወይ

  • @SalinaDaniel-g8z
    @SalinaDaniel-g8z ปีที่แล้ว +2

    በርትዕ ኣብርሽ ሓወይ ትኡም ድምጺ ኣይትትፈኣና

  • @BiniamNegasi-hl5rm
    @BiniamNegasi-hl5rm ปีที่แล้ว +1

    ኣምላክ ሰላም ዘበን፡ሂወትካ ይባርክ ድያቆን ኣብርሃም ሓወይ

  • @medhaniemeresie9618
    @medhaniemeresie9618 ปีที่แล้ว +3

    Amen Amen Amen msgana ykuno

  • @YohannesBokure
    @YohannesBokure 8 หลายเดือนก่อน +1

    Amen Amen Amen ewe bhaki aman baman ❤❤❤&🎉🎉🎉

  • @bahabelomhadgu4567
    @bahabelomhadgu4567 2 ปีที่แล้ว +5

    ዝማሬ መላእክት የስማዓልና ❤❤❤🥀🥀🥀💐💐💐🌼🌼🌼😘😘😘🌾🌾🌾🌷🌷🌷🙏🙏🙏

  • @MichaelAbraha-v7s
    @MichaelAbraha-v7s ปีที่แล้ว +1

    Hiwetka zemarary mezmur kal hiwet ysmana❤❤

  • @farysayem1778
    @farysayem1778 ปีที่แล้ว +2

    አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላእክቲ የስዐልና ጥዑም መዝሙር😘🌹🌹🌹

  • @farag̊åL̊H̊år̊e̊s̊t̊åẙ
    @farag̊åL̊H̊år̊e̊s̊t̊åẙ 2 ปีที่แล้ว +3

    ናፊቅናካ ድያቆነይ ጡዑም መዝሙሩ

  • @kingtuna5034
    @kingtuna5034 2 ปีที่แล้ว +5

    መጀመርታ ዝማሬ መላእክት የስማዓልና ። ግን ዲ/ን ኣብርሃም ንምንታይ ዕላማ ኢኻ ትደግሞ ዘለኻ ሕጂ ነዚኣ እንታይ ኢኻ መሊእካላ ወይ ኣጉዲልካላ (ተወለድ ኣብ ልበይ እውን) ብሓፈሻ ኣነ ደስ ኣይበለንን ኢዩ መቸም ካሊእ ምግጣም ኣይትስእንን ምዝያም 'ውን ከምኡ ካሊእ ሓዱሽ ፍጠር ሱቅ ኢልኻ ይብላዕ ኣሎ ግን ኣይግድንን ።መልሲ ክጽበ ኢየ

    • @teweldebrhanzeray2989
      @teweldebrhanzeray2989 2 ปีที่แล้ว +2

      ጽቡቅ ጌርካ እባ ስምዓዮ ምስቲ ናይ ቀደም ካብ መሳርሒ ክሳብ ኣብ ኣዘማምርኡ ዘሎ ፍልልይ ሓደ ከኣ ድሕሪ ክንደይ ዓመታት ተመሊሱን ዝነበሮ ከ ዓቂቡ ዶ ጸኒሑ ይመስለካ ስለዚ ረበሓ ዘኮነስ
      ዕግበት ንሰማዕቲ ብዝበለጸ ኣገባብ ብመንፈሳዊ ርዲት እዩ ኣቀዲሙ ዝመስለኒ ነገር ግን ብልክዕ ከምቲ ዝበልካዮ ሓድሽ ክንጽበ ልክዕ ኣለኻ ኣስተዊዒልካ ዶ ትፈልጥ ኣብዚ ግዜ ዝዝርግሑ መዛሙር ብሰማዕቲ ኣይኮነን ብዘመርቶ ዘይድገሙ ምዃኖም ጠንቁ ከኣ ኣብ ሓድሽ ጥራሕ ስለዘተኩሩ እዮም ኣነ ከም ዝመስለኒ ጽፉፍ ነባርን ብሉጽን ይፈቱ።

    • @kingtuna5034
      @kingtuna5034 2 ปีที่แล้ว

      @@teweldebrhanzeray2989 ሕጂ 'ታይ ይመስለካ ሓው ናይ መሳርሒ ገለ ኣለዎ ኢዩ ንእሹተይ ኢዩ እዛ መዝሙር እኮ 2017 ከባቢ ኢዩ ኣውጺእዋ ለውጢ ክበሃል እንተ ኾይኑ ከምታ እግዚኣብሔር ዋሕስ ህይወተይ ኢኻ ትብል ኢዩ ዝብሃል ለውጢ ይቅሬታ ከከም ኣተሓሳስባና እንዲዩ ለውጢ ኣይ ራእኩን ኣነ ኸኣ ን ምብላዕ ኢዩ ዝመስለኒ ኣ ።ርኢቶይ ኢዩ ምስ ይቅሬታኡ ።ናይ ሎሚ ዘመርቲ ገዲፍካ ተዛረብ ን ስለ ዝና ኢዩ ዝዝመር

    • @teweldebrhanzeray2989
      @teweldebrhanzeray2989 2 ปีที่แล้ว +2

      @@kingtuna5034 ተረዲአካ ኣለኹ ብዝኾነ ንክልቲአን ጽቡቅ ጌርካ ስምዓየን ኢኻ ፍልልይ ኣይሰኣኖን እዩ ኣብ ናይ 2017 ዘለኖን ናይ ሕጂን ብዝኮነ ግን ሰብ ሰሚዑ ኣብ ሂወቱ ፍረ እንተ ኣፍርዩ እኹል እዩ እቲ ዕላማ ምስ ኣምላኽ ንምንባር ስለዘኾነ።

    • @kingtuna5034
      @kingtuna5034 2 ปีที่แล้ว

      @@teweldebrhanzeray2989 ቀዳምነት ኢዩ ንሱ ደኣ ዋና ነገር ን ኣምላኽ ኣስሚርና መንግስቱ ንምውራድ ኢዩ እኮ። ኣነ ስለ ዘይ ተዋሕጠለይ ኢየ ብፍላይ ከኣ ዋና እዚ Channel ተዝምልሰለይ ዝበለጸ ደስ ምበለኒ

    • @teweldebrhanzeray2989
      @teweldebrhanzeray2989 2 ปีที่แล้ว +2

      @@kingtuna5034 ግርም ኣለኻ ብዝኾነ ንሕቶኻ ብግቡእ መልሲ ክህቡኻ ተስፋ ይገብር

  • @ኪዳንጋልተዋሕዶ
    @ኪዳንጋልተዋሕዶ ปีที่แล้ว +10

    በጣዕሙ ዝፍትው መዝሙር ዝማሬ መላእክት የሰመዐልና

  • @lemlemtekle3236
    @lemlemtekle3236 2 ปีที่แล้ว +2

    Amen amen amen zmare melaekti yesmealna zemen agelglotka egzabher amlak ybark

  • @medhini7477
    @medhini7477 4 หลายเดือนก่อน

    ዝማሬ መላኣክቲ የስመዐልና እዚ ኩሉ ሪአዮኦ እንብለሉ የመፀእልና ስደትና የሕፅረልና

  • @محمدا-ي7ش
    @محمدا-ي7ش 24 วันที่ผ่านมา

    ዝማሪ መላእክቲ የሰመዓና❤❤❤🎉🎉🎉🎉

  • @selukeshi-sv8rq
    @selukeshi-sv8rq 8 หลายเดือนก่อน +2

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእኽቲ የስማዓልና 🙏🙏🙏

  • @GodismyPower
    @GodismyPower 8 หลายเดือนก่อน +1

    ዝማሬ መላእኽቲ የስመዓልና ዲያቆን ሓወይ

  • @sabashamsabeto8642
    @sabashamsabeto8642 2 ปีที่แล้ว +4

    ዝማሬ መላእክት የስመዓልና ድያቆን ሓውና

  • @GhhhfHgv
    @GhhhfHgv 28 วันที่ผ่านมา

    ኣሜን (3) ዝማሪ መላእክቲ የስመዐልና❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @HelenTekle-o6i
    @HelenTekle-o6i 6 หลายเดือนก่อน +1

    አዝየ ዝፈትዋ መዝሙር አያ ዝማሬ መላእክት የስመአልና

  • @ሩፍታልበይእኪማርያመይ
    @ሩፍታልበይእኪማርያመይ ปีที่แล้ว +2

    አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላእክት የስመዐልና 🙏🙏🙏❤

  • @ወዲተዋህዶእየ-ጐ4ኰ
    @ወዲተዋህዶእየ-ጐ4ኰ 7 หลายเดือนก่อน +1

    Amen amen amen zemar melakit yesmeana deykoney ❤❤❤

  • @AberaHaftu-b1l
    @AberaHaftu-b1l ปีที่แล้ว +1

    ኣሜንንንንን

  • @farag̊åL̊H̊år̊e̊s̊t̊åẙ
    @farag̊åL̊H̊år̊e̊s̊t̊åẙ 2 ปีที่แล้ว +4

    ከምዚ ከማይ የለኖ ዝፈትዋ መዝሙር እያ

  • @Ksa-zg3tw
    @Ksa-zg3tw 20 วันที่ผ่านมา

    አሜን አሜን አሜን ዝማረ መልእክት ያስመዐልና❤❤❤❤

  • @SmilingPeacefulLake-po2zf
    @SmilingPeacefulLake-po2zf 7 หลายเดือนก่อน +1

    zmare melakti yesmalna nay aglglot zmenka ybarek❤❤❤❤

  • @Haea-kk2zi
    @Haea-kk2zi ปีที่แล้ว +2

    አሜን አሜን አሜን ዝማሬ ምላአክት ያሰመዐልና❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @ማርያምኣደጎይታይ-ጘ1ዐ
    @ማርያምኣደጎይታይ-ጘ1ዐ ปีที่แล้ว +2

    ጸጋ የብዝሕ ድያቆን ሓውና❤🎉።

  • @ትርሓሥፈታዊትኣቦኣትግራወ
    @ትርሓሥፈታዊትኣቦኣትግራወ ปีที่แล้ว +3

    _ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ክቡር ሓውና💜💚_

  • @freweyniadinoasefa9886
    @freweyniadinoasefa9886 5 หลายเดือนก่อน

    የዝማሬ ባለቤት ኃያሉ ኣምላካችን ቅዱስ እግዚአብሔር ይክበር ይመስገን ።
    ዝማሬ መላእክት ያሰማልን ወንድማችን 🙏🏻

  • @እየሩሳሌም-ኀ6ቸ
    @እየሩሳሌም-ኀ6ቸ ปีที่แล้ว +1

    ዝማሬ መላእክት የሰመዐልና ፀግኡ የብዘሐልካ እግዚአብሔር አምላክ ድያቆን ሓዉና

  • @mtlalal
    @mtlalal 7 หลายเดือนก่อน +1

    ፀጉኡ የብዘሐልኪ ክብርቲ ሓፍተይ❤❤

  • @YordanosTesfay-u8r
    @YordanosTesfay-u8r 9 หลายเดือนก่อน +1

    Amen Amen Amen Zmare Melakti Yesmealna 🙏 🙏🙏🙌🙌🙌👏👏👏

  • @سلامةسلامة-ن4ز
    @سلامةسلامة-ن4ز 27 วันที่ผ่านมา

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላኣክት ያሰማልን ❤❤

  • @natsnetshumay
    @natsnetshumay 11 หลายเดือนก่อน +1

    zmare melakt yesmalna❤❤❤ nfska zhds mezur❤

  • @mebratberhane7402
    @mebratberhane7402 9 หลายเดือนก่อน +1

    Zmare meliekiti yesmaelna Amen 🙏♥️🙏

  • @ዬልባእፎታእመበቴ
    @ዬልባእፎታእመበቴ 6 หลายเดือนก่อน +1

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን

  • @hhduue7620
    @hhduue7620 ปีที่แล้ว +2

    ኣሜን (3) ዝማሬ መላአክት የስመዓልና

  • @WintaTesfalem-tr4cu
    @WintaTesfalem-tr4cu 4 หลายเดือนก่อน

    ዝማሬ መላክቲ የስማልና❤❤❤

  • @tewentsegezeab4906
    @tewentsegezeab4906 ปีที่แล้ว

    Hawna dyakon Abrham btaemi des zblu mezamur egzabher amlak agelglotka ybark

  • @efremgoitom4839
    @efremgoitom4839 2 ปีที่แล้ว +2

    Zemarea melakt yesmalna deyaqon hawey

  • @fdg761
    @fdg761 4 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤ዝፈትዋ መዝሙር ቃለ ሂወት ያስምዐለይ

  • @sesw9632
    @sesw9632 ปีที่แล้ว +1

    ፀጉኡ የብዝሐልካ እግዚአብሔር አምላክ

  • @عبدعلي-م3خ
    @عبدعلي-م3خ 8 หลายเดือนก่อน +1

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማርየ መላእክቲ የስምዕና❤❤❤❤❤

  • @PawlosGebrekidan-hr6cz
    @PawlosGebrekidan-hr6cz 11 หลายเดือนก่อน +1

    ብጣዕሚ ደስት ትብለኒ መዝሙር

  • @ጌታሆይበመንግስትህበመጣህ
    @ጌታሆይበመንግስትህበመጣህ 5 หลายเดือนก่อน

    ቃለ❤ህይወት❤የስምዐልና❤❤❤ኣሜን❤❤❤ኣሜን❤❤❤ኣሜን

  • @tesfaawet9897
    @tesfaawet9897 ปีที่แล้ว +1

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማረ መላእክቲ የስማዕልና

  • @fyoritesfalem5990
    @fyoritesfalem5990 ปีที่แล้ว +1

    Zemari melaekti ysmalna zom ahwatey

  • @FiyoriOkbay-e5k
    @FiyoriOkbay-e5k ปีที่แล้ว +1

    Amen Amen Amen zmra mlekti ysmalna

  • @godthanksgoodforeverything7285
    @godthanksgoodforeverything7285 3 หลายเดือนก่อน +2

    Ane bezi mezmur yxananae gn life echa diya mrcha ayrdann eye

    • @kibromSemere-gh6wz
      @kibromSemere-gh6wz 2 หลายเดือนก่อน +1

      ዕጫ'ዩ ሂወት ግን ሓወይ ሕማቕ ይሰማዓካ ኣይሰማዓካ ትኽ ኢልካ ናብ መዝሙር ናብ መንፈሳዊ ሚድያታት ክትመጽእ ይልምነካ ከሙኡ መዝሙር ክትሰምዕ ምስ ትደሊ ሰይጣን ካልእ ስምዒት ኣብ ውሽጥኻ ክመጻካ'ዩ ንስኻ ግን ጽን ኢልካ ናብ መዝሙር ኣድህብ እግዚኣብሄር ይሓልወና ኣሜን ❤❤

    • @IbelongtoJesus123
      @IbelongtoJesus123 2 หลายเดือนก่อน +1

      @@kibromSemere-gh6wzanes mrcha eya eye zbl hawey nska bnaxa fqad ztefeterka seb eka slezi bmrchaka ktnebr naxa fqad eyu zeleka abzi ane hji bmrchay eye mexie zeleku, hiwet mrcha eya ❤

  • @maryamdngley3422
    @maryamdngley3422 ปีที่แล้ว +2

    መግለጺ ኣልቦ ዲ ኣብርሽ ናይ ዘመና ዳዊት ኢካ

  • @zafuberhanehabtegaber9621
    @zafuberhanehabtegaber9621 3 หลายเดือนก่อน

    Xbukat kexlwo edmen tenan yhabkum fetari ❤️