የሱስ ክርስቶስ ካብ ማርያም ስጋን ደምን ኣይወሰደን ! ቃል ፓስተር ኢሳቕ ሓይልኣብ

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 25 ธ.ค. 2024

ความคิดเห็น • 33

  • @mebrahtutewelde5123
    @mebrahtutewelde5123 ปีที่แล้ว +4

    Tebarek ፓስቶር ሓይለኣብ ብንጹር ገሊጽካያ ::

  • @eritrea3560
    @eritrea3560 ปีที่แล้ว +1

    ፓስተር ኢሳቕ ኣምላኽ ኣብዚሑ ይባርኽካ ጽቡቕ ምግላጽ ከማኻ ይብዝሑ ምኽንያቱ ማርያም ካብቲ ቀዳማይ ኣዳም ኢያ ተፈጢራ ንሱ ካኣ ሓጢኣተኛ ስለዝኾን ።

  • @tesfaymichael1754
    @tesfaymichael1754 ปีที่แล้ว

    ኣምላኽ ዪባሩኽኹም ብሩኻት
    እዚ ግና ቃል ኣምላኽ እንበር ቃል ፓስቶር ሓይለኣብ ኣይኮነን መጌ ሓወይ

  • @skufseb1skufseb118
    @skufseb1skufseb118 ปีที่แล้ว +1

    ፓስተር ኢሳቕ፡ ተባረኹ ።

  • @fetsumkidanne9679
    @fetsumkidanne9679 7 หลายเดือนก่อน

    Good to see you Pastor😮

  • @asghedeshtekle8409
    @asghedeshtekle8409 ปีที่แล้ว +1

    Paster bleesd

  • @ftsumkflom4256
    @ftsumkflom4256 ปีที่แล้ว

    100% እዚ እዩ፡ ሓቀኛ ቃል ኣምላኻዊ ማንነት የሱስ ክርስቶስ። ብክርስቶስ የሱስ ብሩኽ ኢኻ ፓስቶር ኢሳቅ ሓወይ።

  • @robelyohannes4752
    @robelyohannes4752 ปีที่แล้ว +4

    ሜጌ ሓወይ ብሩኽ እዚ ኣገዳሲ ኣርእስቲ እዩ ቀጽሎ GBU .💞💕❤💖

  • @kamoka6578
    @kamoka6578 ปีที่แล้ว +1

    ናይ በሓቃ ካብ ማረያም ስጋ አይወስደይ

  • @amanueltesfamaryam7940
    @amanueltesfamaryam7940 ปีที่แล้ว +1

    ፓስተር ኢሳቅ ሓይልኣብ ክቡር ኣቦ ለባም መስተውዓሊ ፍቃር ብ ግብሪ ኣብ ታሪክ ቤተ ክርስትያን ኤርትራ ዓቢ ተራ ዘበርክት ዘሎ ኣቦ እዩ ኣምላክ ክሉ እንተንኡ ይባርኽ

  • @divinemercyministry2018
    @divinemercyministry2018 ปีที่แล้ว +1

    How can I get the original teaching.

  • @mussieeyob6009
    @mussieeyob6009 ปีที่แล้ว +2

    ሰላም ሞጌ ብዛዕባ እዛ ትምህርቲ ተዛሪበካ ስለ ዝነበርኩ ንተፈቅዱሉ ዝብል መልሲ ክምልሰልካ አሎኒ ፡ እቲ ዝሃበካ ወዲ አይተፈቀደሉን መን ከም ዝሃበካ ንስኻ ጥራይ እካ ትፈልጦ ብዝኾነ እቲ ሰባት ክማሃሩ ምድላይካ 1000---+++ ጽብቕ እንተ ኮነ እካ እዛ ትምህርቲ ካብ ቤት ትምህርቲ ስነ ሞሎኮት ቓል ሓቒ ብዛይ ፍቃድ ከም ዝወጸት ካብ F.B ከም ዝረኸብካያን ወይ ከም ዝሃብኻን ግን 100% ርግጸኛ ኮይነ ይምልሰልካ ። ብዝኮነ ናይቶም ካል'ኦት ከም ድላይካ ናይ ሓውና መምህር መጽሓፍ ቁዱስ ( ፓስተር ) ይስሃቅ ትምህርትታት ኮነ ስብካት ግና ቕድሚ ምቑንጫልካ ተወከሶ ከን ቶም ካሎኦት ደዊልካሎም ዘይቅበሉን ቆጽሪካዮ ከም ዘይሃድምን ንስኻ ትፈልጥ እካ ፡ ብሓቂ ሰባት ክማሃሩ ትደልይ እንተ ኮንካ እዚ'አ ሼር ግበራ
    Registration for 2023 is open, check our website www.tmwt.org

  • @samuelzemickael2120
    @samuelzemickael2120 ปีที่แล้ว

    ሂወትኩም ኣድሑኑ
    ግዜ ከይነውሐ ቤትኩም ትሕሸኩም
    ኣቡኣ ንሓሶት ድያብሎስ ኣይዕሽኹም
    ኣቱም ኣሕዋተይ ክሳብ ማዓስ ኣብ ጸልማት
    ጎይታናን መድሓኒናን እሰሱስ ኩሩስቶስ ዓይነ ልቡኹም
    የብራሃልኩም

  • @yorussalem474
    @yorussalem474 ปีที่แล้ว

    Eway ati weladit amlak yqre bellom wo eyesus aboy mhretka eba leakelna

  • @Blessmelord2024
    @Blessmelord2024 ปีที่แล้ว +1

    ስሕተት ዝመልኦ ትምህርቲ እዩ እዚ ትምህርዎ ዘለኹም
    ቃል ስጋ ኮነ ዝብል ዘሎ ካበይ ዝመጸ ስጋ እዩ ኮይኑ ዘሎ እቲ ጸጋን ሓቅን መሊኡዎ ኣባና ሓደረ ዝብል ቃል ከ? ኣብዚ እንድዩ ስሕተትኩም ዝጅምር። ብተዋህዶ መለኮታዊ ቃል ምስ ስጋ ድንግል ማርያም ተወሃሂዱ እዩ። ስለዚ እያ ከኣ ቤተክርስትያንና ተዋህዶ ትብሃል። ብምቅጻል
    እሞ ካብ ድንግል ማርያም ስጋ እንተ ዘይወሲዱ ደኣ ከመይ ጌሩ ወዲ ዳዊት ወዲ ኣብርሃም ይብሎ መጽሓፍ ቅዱስ ማቴዎስ 1 (Matthew)
    1፤ መጽሓፍ ወለዶ ኢየሱስ ክርስቶስ #ወዲ_ዳዊት_ወዲ_ኣብርሃም።
    ብስጋ ካብ ድንግል ማርያም እንተዘይኮይኑ ከመይ ገይሩ ብስጋ ካብ ኣቦታት ይብል መጽሓፍ ቅዱስ?
    ሮሜ 9 (Romans)
    5፤ ኣቦታት ከኣ ናታቶም እዮም፡ #ክርስቶስውን_ብስጋ_ኻባታቶም እዩ፡ ንሱ ንዘለኣለም ብሩኽ ኣምላኽ፡ ልዕሊ ዂሉ እዩ። ኣሜን።
    ነብያት ዝተነበይዎ ኸ ኣይትኣምንሉን ዲኹም ጉንዲ እሰይ ጠጥዒ ክጭብጭብ እዩ እንዳበለ?
    ኢሳይያስ 11 (Isaiah)
    1፤ #ካብቲ_ኽሩት_ጒንዲ_እሰይ ከኣ ሓደ ጠጥዒ ኺጭብጭብ እዩ፡ ሓደ ጨንፈርውን ካብ ሱሩ ፍረ ኺፈሪ እዩ። እዚ ዝነግረና እቲ ካብ እሰይ ዝጭብጭብ ኢየሱስ ክርስቶስ እዩ ካብ ጉንዲ እሰይ እንተዝጭብጭብ ኮይኑ ካብ ድንግል ማርያም ጓል እሰይ ኣይወሰደን ክትብል ከመይ ትደፍር። ኣዕይንተ ልብኹም ይኽፈተልኩም ፈጣሪ

  • @ጓልማሕበርቅዱስጊዮርጊስእ
    @ጓልማሕበርቅዱስጊዮርጊስእ ปีที่แล้ว +1

    ዋይ አታ ጉድ ካብ ማርያም ሓትያት አይወሰደን ያ😒🤭 ቅድስት ድንግል ማርያም ወላዲት አምላክ ሓጥያት አለዋ ዝብል አበይናይ መፃሓፍ ረኪብካዮ❓

    • @newgenerationchanel9585
      @newgenerationchanel9585 ปีที่แล้ว +1

      Romans 3 (ትግ) - ሮሜ
      23: ኲሎም ሓጢኦም ክብሪ ኣምላኽውን ስኢኖም።

    • @a.m.k5967
      @a.m.k5967 ปีที่แล้ว

      Eza kulom hatiyom tibil zella eko nkulu seb eyu ,Maryam dea bkemey kabu ketewxiya?

    • @eritrea3560
      @eritrea3560 ปีที่แล้ว +1

      ማርያም ሰብ ናይ ኣዳም ፍጥረት ኢያ ካብ ኣዳም ዝተፈጥረ ካኣ ኩሉ ሓጢኣት ኣለዎ የሱስ ክርስቶስ ካኣ ካብ ሓንቲ ድንግል እምበር ካብ ብዙሓት ክውለድ ኣይመጸን ስለዚ ልክዕ ከምቲ ንደቀመዛምርቱ ካብ ብዙሕ ህዝቢ ፈልዩ ዝመረጾም ንማርያም ካኣ ክብ ብዙሓት ደናግል መሪጽዋ ኣምላኽ ድላዩ ክገብር ዝኽእል ፈጣሪ እዩ ከም ሰብ ኣይኮነን ማርያም ሞይታ ተሪፋ እያ የሱስ ግን ካብ ሞት ተንሲኡ እዩ ካብ ዘይትፈልጦ ዘረባ መጽሓፍ ቅዱስ ኣንብቡ ቃሉ ንበርሉ።

  • @tesfaldetgebru8428
    @tesfaldetgebru8428 ปีที่แล้ว +1

    ካብ መን ወስዱ ድኣ ሰብ ኮይኑ ተማራመርቲ

    • @a.m.k5967
      @a.m.k5967 ปีที่แล้ว +1

      እዚ ኅወይ ብ ሳይንስ እንተ ደሊኻ ደኣ፡እሞ ዕሸል ብዘይ ኣቦን ኣደን ይፍጠር ድዩ በል ባዕልኻ መልሳ።

    • @fetsumkidanne9679
      @fetsumkidanne9679 7 หลายเดือนก่อน

      አዳም ስጋ ካብ መን ወሰደ? ካብ አምላኽ በተአምር!

  • @rahwakalab4390
    @rahwakalab4390 ปีที่แล้ว

    Hebrews 10 (ትግ) - እብራውያን
    5: ስለዚ ናብ ዓለም ኪኣቱ ኸሎ፡ ይብል፡
    ስጋ ኣዳሎኻለይ እምበር፡ መስዋእቲ ሕሩድን መስዋእቲ ብልዕን ኣይደሌኻን፡

  • @yorussalem474
    @yorussalem474 ปีที่แล้ว

    Rkus menfes hizkum tkedu weylkum nskum enber maryamey dea emo hatiyat zeybla bsemayn bmdrn bxieti tebahila eya yqre ybelelkum egzsbiger amlakna neta bxieti mehderit amlak zkonet adena enteawaredkum egzabiher kmhrekum thasbu thlwu

    • @eritrea3560
      @eritrea3560 ปีที่แล้ว

      ርኩስ መንፈስ ምሳኻ ከይህሉ መርምር

  • @eyoelalem5325
    @eyoelalem5325 ปีที่แล้ว

    This teaching doesn't make sense to me;
    my question is, if Jesus isn't taking blood and flesh from mary, why use mary's womb?
    Jesus took 100% of blood and flesh from mary, But But....Holy Spirit protected him from Mary's sinful nature!

  • @natsnethabtemicael4583
    @natsnethabtemicael4583 ปีที่แล้ว

    ንስኻን ፓስተርካን ትምህርቲ የድልየኩም ኣሎ

    • @eritrea3560
      @eritrea3560 ปีที่แล้ว

      ኣይትጋገ መጀመርያ ኣንብብ ቃሉ ምስ መንፈስ ቅዱስ ሕብረት ግበር እሞ ኩሉ ሓቂ ክገልጸልካ ኢዩ።

  • @kidanegebreysus7351
    @kidanegebreysus7351 ปีที่แล้ว

    እዚአ ምህሮ እዚአ ናይ ዉልቁ ወይ ከአ ናይ ካልኦት ከምኡ ናይ እትርድኦም ደአ እንበር ናይ ተኸተልቲ ወንጌላዉያን አብያተ ክርስቲያናት መሠረተ እምነት ከምዘይኰነት ኩልኹም ሰማዕቲ ክትፈልጡ ይግባእ።

  • @mussieeyob6009
    @mussieeyob6009 ปีที่แล้ว

    ሞጎስ እዛ ትምህርቲ 10000000++++++++ ግዜ ቁኑዕ ሓቒ እንተ ኾነ ዋላ መንፈሳዊ እንተ ኾነ ብዘይ ፍቓድ መምህር ንረብሓኻ ክትብል ዝለጠፊካያ እያ እሞ አውጻያ ቀልጢፊካ አውጻያ እቲ ዝሃበካ ሰብ ሰርቑ እዩ ህብካ ብስርቒ ድማ ሞጎስ ዘይኮነስ ሕፍረት እዩ ዘለዎ ሞሆስካ ከይተቐንጠጠ ቀልጦፊካ ከተውጻ ደግመ ይሕብረካ አሎኹ ። "" እንታይ ጸገም አለዎ መንፈሳዊ ኢዩ ሰብ ይለውጥ ጥራይ እንባልካ ቕጫኻ ምኹላስ ወንጀል እዩ ። ከሙኡ እንተ ኮይኑ እስከ ሰብ'አይን ሓቐኛንብኩን ናይ ብዓል ፓስተር ጅሪስ ማካንዲዋይ ትምህርቲ አምጽኻ ለጥፎ ። እዚ ወንጀል አይትድገሞ ናይቶም ዝለመድካዮም ጠራዕራር ዝብልን ሽም አብ ፈቆዶ ጎደና ዝደልዩን ጠቅ'አዮ

    • @MaranataTv
      @MaranataTv  ปีที่แล้ว

      ሰላም ሓወይ ናተይ ፓስተር ኢሳቕ ኣፍቂዱሉ እዩ ነቲ ነዛ ቪድዮ ፖስት ዝገበራ ሰብ ፡፡ ኣነ ድማ ባዕለይ ፍሒረ ዘምጻኽዎ ኣይኮነን ሰባት ሰዲዶምለይ ሰብ ክመሃረላ ድማ ለጢፈያ ካልእ ምንም ዝገበርክዎ ነገር የለን፡፡ ፓስተር ኢሳቕ ግን ፍቓድ ሂብዎ ኢዩ ነቲ ሓውና ተደዋዊልና ኔርና ንግሆ ፡፡ ካልእ ዘየድሊ ነገር ብዙሕ ጽሒፍካ ኣሎኻ ኣዳማዊ ነገረይ ኣብ ጸጽባሕ ይቐትል ስለ ዘለኹ ክፉእ ክዛረበካ ኣይትጸበ ጎይታ ይባርኽካ ጥራይ ኢየ ዝብለካ፡፡ እምበር ከምቲ ጽሑፍካ ካልእ ምመለስኩልካ ኔረ ግን ኣይውዕሎን ኢየ፡፡ ድሓር ክኣ እንታይ ኢኹም ተካብድዎ ? እንታይ ጸገም ኣለዎ ፖስት እንተ ገበርናዮ እዚ እኮ ኣብ ኣደባባይ ዝመሃርዎ ኢዩ ኣቦና ኢሳቕ ንምንታይ ሕርኽርኽ ኢልካ ? ባዕሎም ዝኣመኑሉ ምሂሮሞ ኣለው ሰብ ድማ ይመሃረሉ ምንም እኮ ጸገም የብሉን ኣይተካብድ ሓወይ ፡፡ ኣነ ናይ ኩሎም መምሃራን እንዴ ዘቕርብ ስለምንታይ ሽዑ ድኣ ዘይትዛረብ ? ሕጂ ውን ህድእ በል ኣይትተሃወኽ ሰብ ዘይሓሰቦ ኣይትሕሰብ፡፡ ኣነ ብንጹሕ ሕልና ሰብ ክመሃረሉ ኢየ ፖስት ጌረዮ ፡፡

    • @mussieeyob6009
      @mussieeyob6009 ปีที่แล้ว

      ሰላም ሞጌ ፊሕሪካ ከም ዘይተረኽባ ርግጸኛ ኢየ ፡ እቲ ዝሃበካ ሰብ ድማ ስጋብ ንዓይ ዝርዳ'አኒ አፍቅድዎ እለ አይግምትን ብዝኮነ አብ ቐጻሊ። እቲ ንሰባት ክማሃሩ ምባልካ ከይነ'አድኩኻ ክሓልፍ አይደልን ።

  • @SS-ck9xp
    @SS-ck9xp ปีที่แล้ว

    Esika Mogos Sriat Giber Haymanotika Betiy Esika Tiamino Akibri. Nay Kalie Haymanot Eminet Aytitenkif Ayteqalil.
    Kimzi Endabel Dijemere Eyu Ab Misihihab Ab Mibiasin Zibetsihu Zelewu Gorebabitna
    Siriat Giber Hizbina Tekebabirun Haymanetu Hizu Nay Kaliot Ahiwatu (Eritreawan ) Haymanot Kaytenkefen Kayqaleln Dinebr Hizbiy Esikatikum Hawiy Kaytiwliulu Tetnqeqe