ከቢድ ክርክር ብዛዕባ ስግደት ! ስልጣን ዝሓፈረሉ መዓልቲ !

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 29 พ.ย. 2024

ความคิดเห็น • 631

  • @ድንግለይዋሕስሂወተይ-ቨ4ቸ
    @ድንግለይዋሕስሂወተይ-ቨ4ቸ 10 หลายเดือนก่อน +5

    ብሓቂ ክቡር መምህርና ቃለ ሂወት ቃለ ሰናይ የስመዐልና ስልጣን ሓዉና ቡቁዕ መልሲ ብጣዕሚ እየ ተሓጊሰ ❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @የስላሴልጅነኝ-በ9ሸ
    @የስላሴልጅነኝ-በ9ሸ 6 หลายเดือนก่อน +3

    ኣሜን ዝማሬ መላእክቲ የስመዐና ስልጣን ሓወይ ኣምላክናን መድሓኒናን እየሱስ ኩርስቶስ ፀግኡ የብዘልካ ንሞገስን ተከተልትካን ከዓ ኣምላክ ዓይኒ ልበናካ ይክፈተልካ 😥🙏🙏🙏🙏

  • @deaconsemere5558
    @deaconsemere5558 2 ปีที่แล้ว +13

    ጽቡቅ መልሲ ሂብካ መምህር ስልጣን ሓወይ እበር ሞገስ ድኣ ኣበይ ክርድኦ ብጎይታ ዳቀለደ ብዝኮነ ተዋህዶ ሃይማኖት ንዘልኣለም ትንበር ንመናፍቃን የሕዋትና ክኣ ልቦም ይምለሰሎም

  • @amanuelmandela278
    @amanuelmandela278 2 ปีที่แล้ว +33

    Exodus 20 (ትግ) - ዘጸአት
    2: ካብ ምድሪ ግብጺ፡ ካብ ቤት ባርነት ዘውጻእኩኻ፡ ኣነ እግዚኣብሄር ኣምላኽካ እየ።
    3: ካልኦት ኣማልኽቲ ኣብ ቅድመይ ኣይሀልዉኻ።
    4: ኣብ ላዕሊ ኣብ ሰማይ ካብ ዘለዉ፡ ኣብ ታሕቲ ድማ ኣብ ምድሪ ኻብ ዘለዉ፡ ኣብ ማይ ከኣ ኣብ ትሕቲ ምድሪ ኻብ ዘለዉ፡ ምስልን ስእሊ ዘበለን ንኣኻ ኣይትግበር።
    5: ኣይትስገደሎምን ኣይተገልግሎምን ድማ። ኣነ እግዚኣብሄር ኣምላኽካ፡ ቀናእ ኣምላኽ እየ እሞ፡ ንዚጸልኡኒ ሓጢኣት ኣቦታት ኣብ ደቂ ኽሳዕ ሳልሳይ ክሳዕ ራብዓይን ወለዶ ዝቐጽዕ፡
    6: ንዚፈትዉንን ትእዛዛተይ ንዚሕልዉን ግና ክሳዕ ኣሽሓት ምሕረት ዝገብር እየ።

    • @hermongerie3076
      @hermongerie3076 2 ปีที่แล้ว

      Amlak yebareka 🙏🏽❤️🙏🏽

  • @ميريميري-ل5ذ
    @ميريميري-ل5ذ 5 หลายเดือนก่อน +2

    ተዋህዶ ንዘልኣለም ይንበር። ቀፅለሉ ስልጣናይ❤❤❤❤

  • @swswits3249
    @swswits3249 2 ปีที่แล้ว +34

    ኣሰይይይይ መምህር ሰልጣን ሓወይ ከመይ ድካ መቅሰን ብጣዕሚ ዘሕጉሰ መልሲ እዩ ተዋህዶ ልዘላኣለም ትንበር 💒

    • @shalom7shalom953
      @shalom7shalom953 2 ปีที่แล้ว

      Amlak do Tewhado eu n zelalem znebr.
      Haymanot ,Tewhado Catholic Pentecostal, Muslem ezi kulu seb eu kem mhber haymanot tekwam fetiruwo""Amlak ghn haymanot yeblun ""
      Goita yesus kea Medhani eu haymanot yeblun"""
      ሉቃስ 2 (Luke)
      10-11፤ እቲ መልኣኽ ድማ፡ እንሆ፡ ሎሚ መድሓኒ ኣብ ዓዲ ዳዊት ተወሊድልኩም ስለ ዘሎ፡ - ንሱ ኸኣ ክርስቶስ ጐይታ እዩ፡ - ንዅሉ ህዝቢ ዚኸውን ዓብዪ ሓጐስ ኤበስረኩም አሎኹ እሞ፡ ኣይትፍርሁ።

    • @Lifeisgood300
      @Lifeisgood300 ปีที่แล้ว +1

      ​​@@shalom7shalom953
      ብሮ ሓደ ኣምላኽ
      ሓንቲ ሓይማኖት ከምኡ ስለ ዝኮነ ከኣ ናይ ኦርቶዶክስ ተውህዶ ዘሎ ኣምልኾ ስርዓት ናይ መንፈስ ቅዱስ ስለ ዝኾነ ኦርቶዶክስ (እምነት ሓቂ) ተብሂላ
      ይሁዳ ከኣ ነዚ ከረድእ በታ ሓንሳእ ንቁድሳን ዝተዋህበት እምነት ጸኒዕኹም ንበሩ ይብለና።
      ሶ ቅዱሳንን ዝርከብዋ እምነት ድለያ
      ጎይታ ይምራሕኻ?

  • @Ksa-t2x7s
    @Ksa-t2x7s หลายเดือนก่อน

    ብሓቁክብርመምህርን ቃለሂወት ያስመዕልና ስልጣን ያስመዕልናስልጣንሓዉና ❤🎉

  • @weynits571
    @weynits571 ปีที่แล้ว

    ጎይታ ይባርካ ሞጌ ሐወይ ከምኡ ብሩኻት ብሩኻት ኦርተዶክስ የሕዋተና አምላኽ ጸግኡ የበዝሐልኩም እዚ ሐቢርካ ምዝርራበ ንአምላኽ ምፍራሕዮሞ ዘበንኩም ይባረኽ

  • @MehariTukue
    @MehariTukue 2 หลายเดือนก่อน

    እግዝኣቤሔር ኣምላክና ክብርን ምስጋና ኣምልኮን ንዑኢ ይኩኖ ከምኡ ድማ ነደና ቅድሰ ቅዱሳን ድንግል ማርያምን ቅዱሳን መልኣክት ቅዱሳን ሰባትን በቲ እግዝኣቤሔር ዝዮቦም ክብሪ ክብርን ምስጋናን ይግብኦም
    ስልጣን ሓወይ ቃል ሂወት የስመዓልና ጽግኡ ይብዝሓልካ ምክንያቱ ነባጊዕ ክበልዑ ተተቀልቀለ ተኾሉ ርእሶም ስለ ዝፈጋእጋዮም ከምቲ ተባህለ መልኣከ ጽልመት ከምስል መልኣከ ብርሃን ይመስል ኣነ ግን በሪህለይ መናፍቅ ማለት መሕደሪ ዳብሎስ ምኻኖም ከብርሃልኩም ንድንግል ማርያም ንቅዱሳን መልኣክቲ ንቅዱሳን ሰባት ስእሊ ቅዱሳን ናይ ኣክብሮን ናይ ጽጋን ስግዳን ድጸልእ ዳያብሎስ ጥራሕ እዩ ምክንያቱ ዳያብሎስ ጸግኡን ኩብሩን ስለ ዝተገፈ ኣብ መናፍቃን ሓዲሩ ነቲኦም ጸጋ ዘለዎም ከናሹ ይጅንብር ንሰባት ክኣ የስሕት፡
    እግዝኣቤሔር ኣብ ልብኩም ይምለስኩም

  • @zergabremelake2914
    @zergabremelake2914 8 หลายเดือนก่อน

    ቃል ሂወት የሰምዐልና ሓውና ስልጣን አዝጋብሄር ጸጉኡ የብዝሓልካ ሞጎስ ሓውና ከኣ ኣምላክ የዒንቲካ የከፈትልካ ❤❤❤❤❤❤

  • @nebiyatestifanos1580
    @nebiyatestifanos1580 2 ปีที่แล้ว +3

    ብሓቂ ጹቡቕ : ሓቒ ክርስቶስ ን ቃል ኣምላኽ እንድ'ዩ

  • @yohannesberhane8532
    @yohannesberhane8532 2 ปีที่แล้ว +19

    Exodus 34 (ትግ) - ዘጸአት
    14: እቲ ቐናእ ዝስሙ እግዚኣብሄር፡ ንሱ ቐናእ ኣምላኽ እዩ እሞ፡ ንኻልእ ኣምላኽ ኣይትስገድ።

  • @edenalmedom7097
    @edenalmedom7097 2 ปีที่แล้ว +8

    Abet Tbat Moguye Hawey Tebarek MENFES AMLAK ZELEWO KEMU IYU HALLELUJAHHH WAWW 🙏🙏🙏

  • @DaniDani-x5v
    @DaniDani-x5v 10 หลายเดือนก่อน

    ስልጣን ሓውና እግዛእብሄር ኣምላኽና ጸግኡ የብዝሓልካ ጅግና ኢኻ

  • @weynits571
    @weynits571 ปีที่แล้ว

    አምላኽ ንህዝብና ዓሌትና ምድሐን ይኹነሉ ይባርኽልና የለምልመልና

  • @markosgeb5318
    @markosgeb5318 2 ปีที่แล้ว +8

    I admired your courage, and argument. Keep it up. God bless you. Tebarek hawey.

  • @weynits571
    @weynits571 ปีที่แล้ว

    ብሩኻት ህዝቢ አምላ እቲ ዝባረኸስ ክባረኽዮ ንኹሎሞ ንባርኮም ❤❤❤

  • @romatesfaghzi6628
    @romatesfaghzi6628 2 ปีที่แล้ว +11

    2 ካብ ምድሪ ግብጺ፡ ካብ ቤት ባርነት ዘውጻእኩኻ፡ ኣነ እግዚኣብሄር ኣምላኽካ እየ።
    3 ካልኦት ኣማልኽቲ ኣብ ቅድመይ ኣይሀልዉኻ።
    4 ኣብ ላዕሊ ኣብ ሰማይ ካብ ዘለዉ፡ ኣብ ታሕቲ ድማ ኣብ ምድሪ ኻብ ዘለዉ፡ ኣብ ማይ ከኣ ኣብ ትሕቲ ምድሪ ኻብ ዘለዉ፡ ምስልን ስእሊ ዘበለን ንኣኻ ኣይትግበር።
    5 ኣይትስገድሎም ኣይተገልግሎምን ድማ። ኣነ እግዚኣብሄር ኣምላኽካ፡ ቀናእ ኣምላኽ እየ እሞ፡ ንዚጸልኡኒ ሓጢኣት ኣቦታት ኣብ ደቂ ኽሳዕ ሳልሳይ ክሳዕ ራብዓይን ወለዶ ዝቐጽዕ፡

  • @michaelmhretu9976
    @michaelmhretu9976 2 ปีที่แล้ว +14

    እቲ ቪድዮ ኩሉ ሪናዮ እንዲና ዝተሳዕረሉ ኢልካ ከተውርድ ቁሩብ ንስካስ ውደይ ኣይትሓፍርን ኣይርዳን ስለ ድበላካ ድሰዓርካ መሲልካ ግደፎ ሞ ብውሽጣኩም ብደጌኩም ትፍለጡ ኮ ኢኩም ኣብቲ ኣዳራሽኩም ካራተ ትምህሩ ማስቲካ ገርኩም ክትፍውሱ ትሓስቡ ደይኮንኩምን ሒጂ ኣብ መዲያ ወጺካ ጫፍ ሒስካ ኮለል ክትብል ድወዓልካስ እዚ ኩዑሶ ገርካዮ ሶኢረዮ ኢልካ ተውርድ ንገንዘብ ኢልኩም ከም ዛኣተኹም ደኣ ማስ ጠፊእና ግን ጽቡቅ ትእምርቲ ፕሮቴታንት (ተጠራጣሪ)ሃይማኖትኩም ሪኢናዮ ።ብስመኣብ፡ ወወልድ፡ወመንፈስ ቅዱስ ፡ኣሃዱ ኣምላክ፡ ኣሜን።

    • @fdsv1240
      @fdsv1240 2 หลายเดือนก่อน

      ፕፕፕ
      0ፕ

    • @fdsv1240
      @fdsv1240 2 หลายเดือนก่อน

    • @fdsv1240
      @fdsv1240 2 หลายเดือนก่อน

  • @WayofLife-ny3gv
    @WayofLife-ny3gv 2 ปีที่แล้ว +4

    ወንጌል ማቴዎስ 4
    10፤ ሽዑ የሱስ፡ ንእግዚኣብሄር ኣምላኽካ ስገድ፡ ንእኡ በይኑ ድማ ተገዛእ፡ ጽሑፍ አሎ እሞ ኪድ ርሐቕ፡ ሰይጣን፡ በሎ።

  • @nebiyatestifanos1580
    @nebiyatestifanos1580 2 ปีที่แล้ว +4

    አምላኽ ሓቒ ምስትዎዓል ልቦና ይሃብካ ስልጣን ሓወይ : ርግጸኛ ኮይነ ክነግረካ : ሓደ መዓልቲ ክበርሃልካ እዩ :: ዘጻ 20:4 እኽልትያ ::ነዊሕ ከይከድካ :: አምላኽ መንፈስ እዩ እቶም ዝሰግድሉ ንሓቅን ብመንፈስን ይስግዱ እዩ :: ንክርስቶስ ኖ አብዓመት ምስጋድ ኩሉ ግዜ እምበር ::

    • @muzithaile6686
      @muzithaile6686 7 หลายเดือนก่อน

      Neakum etom nay hasot nebat temlku dea ayne lbkum yekfetelkum enber tewahdo emnets temlko hade amlak eyu neti amlak zfetero seb aytemlken eya mstewal yehabkum yehwat

  • @ዳኒማንቸ
    @ዳኒማንቸ 2 หลายเดือนก่อน

    ተዋሕዶ ንዘለኣለም ይንበር🙏🙏🙏

  • @SemereDesta-j5v
    @SemereDesta-j5v 11 หลายเดือนก่อน +1

    ስልጣን ሓውና ኣምላክ ናይጎልግሎት ዝመንካ ይባርከልካት ንመጎስ ሓውና ግን ኣምላክ ኣዕይቲ ልቦናኡ ይክፈተሉ

  • @martakahsay1018
    @martakahsay1018 2 ปีที่แล้ว +12

    ሞጌ ሓወይ ጅግና ኢካ፡ ኣብ ዘመናት ምሉእ ወገን የሱስ የ ዝበለ ኣይሓፍርን ዩ።
    ጴጥሮስ ሰለስተ ግዜ ክሒዱ መጽሓፍ ካኣ ጽሒፉ ኒዚ ዳኣ ከምይ ሉ ክቕበሎ ዩ ፡የውሃንስ እዚ ኩሉ መጽሓፍ ጽሒፉ ክመይ ሉ ይጋገ ክብል ውዒሉ፡ ፍላጥ የ በሃሊ ክክክ እሞ መጽሓፍ ቅዱስ ብመፈስ ኣምላክ ዩ ትጻሒፍ እንበር ካብ ርእሶም ዝጽሓፍዎ ኣይኮነን ፡ ስለዚ የውሃንስ ሰብ ምካኑ ዘክር ክጋገ ዘይክእል ሰብ የለን።

    • @yordanostsegai2941
      @yordanostsegai2941 2 ปีที่แล้ว

      Hawey mexhaf qdus ko qdusan sebat bmenfes amlak temirihom kem zxehafwo ab metwi mexhaf qdus alo slezis kemey geyrka tegagyom sebat eyom tbl kab qdus yewhanos nskum tfeltu malet dyu abet yqe ybelelnae

  • @rosahabtu1548
    @rosahabtu1548 2 ปีที่แล้ว +2

    ሰላም ኣምላኽ ምሳኹም ኣሕዋት ዝገርመኒ ሓንቲ ቓል ስግደት ንየሱስ ጥራይ ዲዩ ዝግባእ ክብል ካብ ልቢ ተሰሚዑኒ የሱስ እኮዩ ንስለ ሓጢያተይ ዝሞተ ንመን ከምትሰግድ ዘይምፍላጥስ ክሕደት ኣይኮነን ስልጣን ሓወይ ጎይታ ኮ ብኣና ዝግለጽ ኣይኮነን ዓቢ ዩ ኮ ኩሉ ብርኪ ክሰግደሉ ዝግባእ የሱስ ዩ የሱስ በቓ ካልእ ብስራሓት ኣእዳዉ ዮም ተፈጢሮም ስለዚ ነዚኦም ክንሰግድ ዝገርም ስልጣን ሓወይ ይብራህ ኣዒንቲ ልቦናኻ ሞጎስ ሓወይ ብሓቒ ጅግና ተበረኽ ንጎይታዩ ስግደት ኢልካ ደዉ ስለ ዝበልካ።

    • @dngleyadefikiri1062
      @dngleyadefikiri1062 2 ปีที่แล้ว

      Goytanan amlakinan medhaninan eyesus kirstos eliki dea xewieyo enber zinitil abilki yesus aytibeli habtey natey seb aykonikin tixiwie zeleki

  • @titiblessed6323
    @titiblessed6323 2 ปีที่แล้ว

    ስልጣን እንዳፈለጠ እዩ ቃል ኣምላክ ይጠዊ ኣሎ ጎይታ ይባርክካ ሞጎስ ሃውና ጻዓትካ ይወስክ

    • @ጌታሆይበመንግስትህበመጣህ
      @ጌታሆይበመንግስትህበመጣህ 9 หลายเดือนก่อน +2

      መጎስ ናብ ልቡ ይምለስዎ❤ቅድስት ስላሴ❤ንመምህርናን❤ሓዉናን❤ስልጣን❤በቲ ዘለዎ የቀፅሎ❤ኣሜን❤

  • @siemdaniael1756
    @siemdaniael1756 2 ปีที่แล้ว +1

    ቸሩቤል መተዓረቒ እዮም ኔይሮም ኣብ ቡሉይ ኪዳን ኣብ ሓዱሽ ኪዳን ግን የሱስ እዩ መታዓረቒ

  • @merrykahsay2340
    @merrykahsay2340 2 ปีที่แล้ว +3

    ሰዕረትካ ኣብ ዊሽትካ ግበሮ ስልታን ዘይኮነ ተሳዕሩ ን ሲካ አካ ተሳዕሪካ !!!!!!!!!!!
    መጀምርያ ን ስካ ን ቅዱስ የውሃንስ ተጋጉ አልካ ዝተቃወምካ ሰብ አካ !!!!!"
    ትሕት ምባል ከድልየካ አዩ አዝ ከምዝ ጸወታ ኣይኮነን ን ስካ ናይ ብሓቅ ወንግል አተቲቅበል ን ቅዱስ የውሃንስ ተጋጉ ኣይምበልካን ስለዚ ከም በሓድሽ ን ንነብሲካ ፈትሻ ።ን ነብሲካ ኣይተታሊላ።
    ክብሪ ን ዚግባአ ክብሪ ሃብ ዝብል ጽሕፍ ኣሎ አሞ ኣስተንትኖ!!!!!!!

  • @weldehiwetmeharinaizghi799
    @weldehiwetmeharinaizghi799 2 ปีที่แล้ว +4

    ሞጎስ ኣብ ናይ ትማል ሓሙስ ዝነበረ ናይ ቀጥታ ዝርርብ መን ከም ዝሓፈረ ርኢናዮ ኢና፡፡ እንተ እዛ "ስልጣን ዝሓፈረላ መዓልቲ" ዝበልካያ ግን ዕለታ'ዶ ምነገርካኒ? ምስ ናይ ኣኽብሮት

  • @naomifiyori2252
    @naomifiyori2252 2 ปีที่แล้ว +8

    Moge hawey buruk goyta ybarka ❤❤❤❤❤

  • @bettyyohannes8625
    @bettyyohannes8625 2 ปีที่แล้ว +14

    Bless you abundantly Mogie Hawye!

    • @genetgebrekidane5014
      @genetgebrekidane5014 2 ปีที่แล้ว

      ⁹99

    • @robelteame7352
      @robelteame7352 2 ปีที่แล้ว

      ንብስኪ ሓድሒ ሱቅ ኢልኪ ጽባሓ ንጎሆ ሞጎስ ኣይሕተተልኪን ኢዩ ሓጥያትኪ ስለዚ ደጊመ ተጠንቀቂ ተመለሲ ናብ ቤትኪ ይብለኪ
      ክሓተኪ ዶ ኣባኣ ኮለኪ?

  • @weynits571
    @weynits571 ปีที่แล้ว

    1 John 4 ትግ - 1ይ ዮሃንስ
    12: ሓደ እኳ ንኣምላኽ ዝረአዮ ከቶ የልቦን፡ ንሓድሕድና እንተ ተፋቐርና፡ ኣምላኽ ኣባና ይነብር፡ ፍቕሩውን ኣባና ትፍጸም።

  • @Erenahagerejeganu
    @Erenahagerejeganu 2 ปีที่แล้ว +4

    በጃኻ እቲ ኣርእስትኻ ክውል ኣብሎ
    ሰጣውንቲ ንጅባኹም ክትብሉ ሃይማኖትኩም ቀይርኩም ሕጂ ንለዋሃት ሰባት ኣይተደናጉሩ
    ባዕሉኹም ተፈላፊስኩም ዘምጸኹሞ ሃይማኖት ኣይትበሉና ጠንቆልቲ መናፍቃን
    ሰልጠና ኣጆኻ በዞም ሰይጣውንቲ ግብ ኣይበልካ

    • @ጌታሆይበመንግስትህበመጣህ
      @ጌታሆይበመንግስትህበመጣህ 9 หลายเดือนก่อน

      መምህር❤ስልጣን❤❤❤ዕድመ ይሃቦ

    • @AbrahamGehbrengus
      @AbrahamGehbrengus 2 หลายเดือนก่อน

      እዞም መናፍቃን ጉዶም ኣይውዳኣን እዩ እቲ ሓሶት ክኣ ለሚዶሞ እዪም ሕጂ ክኣ ዘየለ ኣርእስቲ ሂብዎ እዚ መናፍቃን ጆሲ ምትላል ወይ ምሕሳው ኣመል ጌርዎ

  • @filialem2917
    @filialem2917 2 ปีที่แล้ว +4

    +++ስልጣን ሓወይ ንመናፍቓን ናብታ ጥንታዊትን ኣማናዊትን እምነቶም ተዋህዶ ንምምላስ ንእትገብሮ ዘከኻ ጻዕሪ እግዚኣብሔር ኣምላኽ በረኸቱ የብዝሓልካ+++

    • @jerryissayas5924
      @jerryissayas5924 2 ปีที่แล้ว

      Amlko taotat dyu tntawnet koynu kkkk,

  • @ermiasabrahley4296
    @ermiasabrahley4296 2 หลายเดือนก่อน

    Keep going seltan jegna orthodox bertealna❤❤

  • @RhwaMsgna
    @RhwaMsgna 7 หลายเดือนก่อน

    wow ቀጽሎኦ ጅግና ሞጌ ሓወይ wow

  • @adiamnegasi2061
    @adiamnegasi2061 2 ปีที่แล้ว +3

    Moga Hawey berkat amlaki ybizhika
    Jigna ewa nisliymiliy ysgdu alow
    Zigbirwo ayfalituni yom ybil xihuf mihrat ywirdelomiii

  • @yohannesberhane8532
    @yohannesberhane8532 2 ปีที่แล้ว +26

    John 4 (ትግ) - ዮሃንስ
    22: ንስኻትኩም ንዘይትፈልጥዎ ኢኹም እትሰግዱ፡ ንሕና ግና፡ ምድሓን ካብ ኣይሁድ እዩ እሞ፡ ንንፈልጦ ኢና እንሰግድ።
    23-24: ኣምላኽ መንፈስ እዩ፡ እቶም ዚሰግድሉ ድማ ብመንፈስን ብሓቅን ኪሰግዱሉ ይግባኦም። ኣቦ ኸምዚ ዝበሉ ሰገድቲ እዩ ዚደሊ እሞ፡ እቶም ናይ ሓቂ ሰገድቲ ነቦ ብመንፈስን ብሓቅን ዚሰግዱሉ ሰዓት ክትመጽእ እያ፡ ንሳ ኸኣ ሕጂ እያ።
    25: እታ ሰበይቲ ድማ፡ ክርስቶስ ዚብልዎ መሲህ ከም ዚመጽእ፡ እፈልጥ አሎኹ። ንሱ ምስ መጸ ኸኣ፡ ኵሉ ኪነግረና እዩ፡ በለቶ።
    26: የሱስ ከኣ፥ ኣነ ዝዛረበኪ ዘሎኹ ንሱ እየ፡ በላ።

    • @fiorihaile7988
      @fiorihaile7988 2 ปีที่แล้ว +1

      Bless you

    • @muzithaile6686
      @muzithaile6686 7 หลายเดือนก่อน

      Yehwat blbkum reayu please sgdan amlkon felalyuwo menti ktemekum nab dlaykum ayteshrfwo astewulu

  • @brhanalem5387
    @brhanalem5387 2 ปีที่แล้ว +2

    Psalms 150 (ትግ) - ዳዊት
    1: ንኣምላኽ ኣብ መቕደሱ አመስግንዎ፣
    ኣብ ጠፈር ስልጣኑ ኣመስግንዎ፣
    2: ስለቲ ግብርታት ሓይሉ ኣመስግንዎ።
    ከም ብዝሒ ዕቤቱ ኣመስግንዎ።
    3: ብድምጺ መለኸት ኣመስግንዎ፣
    ብበገናን መሰንቆን ኣመስግንዎ፣

  • @amanuelhaileofficialchannel
    @amanuelhaileofficialchannel 2 ปีที่แล้ว +8

    ናይ ስልጣን መልስታት ካብ ቃል ኣምላኽ ወጻኢ። ኣይመስለካን፥ኣይፈልጥን፤ ባህልናዩ፡ ትሲእካ ኮፍ ተብሎ ዝበዝሖ ዘይቃል ኣምላኻዊ መልስታት ዩ። ሞጌ ቀስ ኢልካ ህድእ ኢልካ ኣንብቦ ነቲ ቃል ኣምላኽ። ብዙሕ ሰብ ነቲ ጥቕስታት ስለ ዘይፈልጦ። ኣምላኽ ይባርኽካ።

  • @weynits571
    @weynits571 ปีที่แล้ว

    John 14 ትግ - ዮሃንስ
    6: የሱስ ከኣ በሎ።፥ መገድን ሓቅን ህይወትን ኣነ እየ። ብዘይ ብኣይ ሓደ እኳ ናብ ኣቦ ዚመጽእ የልቦን።

  • @merhawierena1268
    @merhawierena1268 2 ปีที่แล้ว

    Exodus 20 (ትግ) - ዘጸአት
    4: ኣብ ላዕሊ ኣብ ሰማይ ካብ ዘለዉ፡ ኣብ ታሕቲ ድማ ኣብ ምድሪ ኻብ ዘለዉ፡ ኣብ ማይ ከኣ ኣብ ትሕቲ ምድሪ ኻብ ዘለዉ፡ ምስልን ስእሊ ዘበለን ንኣኻ ኣይትግበር።
    5: ኣይትስገደሎምን ኣይተገልግሎምን ድማ። ኣነ እግዚኣብሄር ኣምላኽካ፡ ቀናእ ኣምላኽ እየ እሞ፡ ንዚጸልኡኒ ሓጢኣት ኣቦታት ኣብ ደቂ ኽሳዕ ሳልሳይ ክሳዕ ራብዓይን ወለዶ ዝቐጽዕ፡
    6: ንዚፈትዉንን ትእዛዛተይ ንዚሕልዉን ግና ክሳዕ ኣሽሓት ምሕረት ዝገብር እየ።

  • @kikiforjesus7939
    @kikiforjesus7939 2 ปีที่แล้ว +32

    ሞጌ ሓወይ እቲ ጠበቃኻ ዝኾነ... ስሊኡ ደው ዝበልካ ጎይታ ሓይልኻ እዩ 🙏🙏🙏ንስኻ ቡሩኽ ኢኻ.. ዓስብኻ ድማ ቡዙሕ እዩ 😇

    • @akezaberhe6216
      @akezaberhe6216 2 ปีที่แล้ว

    • @ilovemymam8875
      @ilovemymam8875 2 ปีที่แล้ว

      Ay klte hade do koynkum donakur

    • @blessedfamily3069
      @blessedfamily3069 ปีที่แล้ว

      እዚ ርክብ ብሓቒ ዝገርም ስነስርዓት እምነትካ ክትገልጽ ከተረድእ ዝተራኣየሉ ዓቢ ትምህርቲ እዩ. እቲ ሓቂ ብዛዓባ ስግደት. ስግደት ንሓደ ኣምላኽ እዩ ኣምሉኾ ስልዘመልክት ክብሪ እውን ንኣምላኽ እዩ. ሰላምታ ዝግበር በብባህሉ ጸገም የብሉን. ካብዚ ወጺእካ ጉልባብ ጥቕሲ ካብ መጽሓፍ ቁዱስ ወሲድካ ስግደት ጉቡነት ከተልብሶ ጌጋ. ስግደት ስልጣን ዘምጸኦ ዘሎ ኣብነት ሰባት ዝገበርዎ ተጻሒፉ ኣሎ ግን ናቶም እዩ. እግዚኣብሄር ዝበሎ ግን ስግደት ንሓደ ኣምላኽ ጥራይ ከምዝኾነ ዘዳ 6:4 ዝጸኣ 20:4 ካብዚ ወጻኢ ካልእ ጌጋ ይኸውን. ስግደት ምስ ሰላምታን ኣምሉኾ ኣይንሓዋውሶ. ስግደት ብትርጉሙ ኣምሉኾ እዩ.

    • @muzithaile6686
      @muzithaile6686 7 หลายเดือนก่อน

      Sgdet nhade amlak eyu nnay hasot nebat ay nsegden ena tewahdo emnet

  • @loveiskeyinlife7302
    @loveiskeyinlife7302 2 ปีที่แล้ว +5

    Amlak yibarka haki aytisearn iya you are blessed.

  • @tesfomtesfom3940
    @tesfomtesfom3940 ปีที่แล้ว

    Seletan hawey edmen tenan yehabeka betami eye zedenekka ab gexoka megdi hiwet yegbrleka kal hiwet yesmalena ajoka haki zehaze ay serenity eyu

  • @meadki
    @meadki 2 ปีที่แล้ว +27

    እቲ ዓቢ ጸገም እኮ ኣብ ምምላኽን ምስጋድን ኣይኮነን። ኣብ ግብርኹም ኢኹም ትልለዩ። ናይ ብሓቂ ሰዓቢ ክርስቶስ እንተኾንካ፡ ነቲ ንሱ ዝብሎ፡ ካብ ቅድመ ኦሪት ክሳብ መወዳእታ ዓለም ዘይቅየር ቃል፡ ደው ኢልካ ስዓቦ። ብግብሪ።

    • @a.m.k5967
      @a.m.k5967 2 ปีที่แล้ว +4

      Gibri kemey maletka eka,kab meste kab shigara kab guayla entewxina kabu ziabi gibri entay allo,kalay kea kemti nay bluy kidan aserte gzie genshel zeysewaena delika ,Yesus hansabin nihawarun adhinna kello.

    • @michaelmhretu9976
      @michaelmhretu9976 2 ปีที่แล้ว

      A.M.k ስማዕ ፔንጠ ኣብ ወልፊ ኣብ ሽጋራ የለውን ዲካ ክትብል ደሊኻ ኣታ ክንደይ ትዕሹው ጓይላ ትብል እዚ ሞጎስ ደይኮነን ዳሳዕሰ ድራኣናዮ መዝሙር ዩ ዲካ ክትብል ክትፈልጦ ዘልካ ከኣ እቲ ሽጋራ ክስሕብ መስተ ክሰቲ ዝውዕል ኣይኮነን በተ ክርስትያን ድመርሕ ሕጂ ክውብ መስተ ተራሓካ ውሽጢ ኣዳራሽኩም እንታይ ትገብሩ ፈጣሪ ይሬኩም ኣሎ ።

    • @debora9761
      @debora9761 2 ปีที่แล้ว

      Gbri dea mo
      Nieu ba ,!!!
      pente tekoynu tezeykoynun
      Mefeteni areki
      Metshaf kdus tehizka pete konka dika
      Mifkar nehwat kea kem dikum hmak
      Elalka kal amlak tekoynu....fnfun kch zemitsie
      ...............etc
      Ahwat hdie nbel emo 1 gzieu keman n amlak tesemamiena n hagerna nlimnelu gzie yu
      Flily awegidna
      Beti n semamialu tenikebabel
      Nihagerna keman fewsi mkonna

    • @banawelday1032
      @banawelday1032 2 ปีที่แล้ว

      ኣነስ ንሱ አንድዩ ዝገርመኒ ኣብ መወዳእታ አንታይ ድዩ ኢልካ ሓላፍነት እምነት ምዘይስምዖ ተቃላዕ ኢልዎስ መቸም ስልጣን ዝሓተትካና መሊስና ኣለና ኣላ ሞጌ ወዲ ሹቅ አዛ መጽሓፍካ ከኣ ካበይ ከምዝተሓትመት ገሪምኒ ሎ ክክ

    • @a.m.k5967
      @a.m.k5967 2 ปีที่แล้ว

      @@banawelday1032 Mexhaf qudus eko eti ab Eritrea Tewahdo,Kenisha,Catholik koinom zihatemwo mexhaf qudus enna ntqem,nay Pente mexhaf zbehal yelen.Kab mahber Mexhaf qudus Asmera enna ngezio eti Mexhaf qudus.

  • @fiyoritesfa1882
    @fiyoritesfa1882 2 ปีที่แล้ว

    Exodus 20 (ትግ) - ዘጸአት
    5: ኣይትስገደሎምን ኣይተገልግሎምን ድማ። ኣነ እግዚኣብሄር ኣምላኽካ፡ ቀናእ ኣምላኽ እየ እሞ፡ ንዚጸልኡኒ ሓጢኣት ኣቦታት ኣብ ደቂ ኽሳዕ ሳልሳይ ክሳዕ ራብዓይን ወለዶ ዝቐጽዕ፡

  • @zergabremelake2914
    @zergabremelake2914 7 หลายเดือนก่อน

    Seletan hawey ezigabhier amlak xegeu yebzhalka edemn tenan yhabka fetari aseyyy jigna ❤❤❤❤❤❤

  • @tsegeradatewelde1611
    @tsegeradatewelde1611 2 ปีที่แล้ว +1

    eysus zelewo aysarn eyu buruka mogos hewey nska seari eka 🌺

    • @muzithaile6686
      @muzithaile6686 7 หลายเดือนก่อน

      Nska eko tbel aleka

  • @asefshgebreweldi4618
    @asefshgebreweldi4618 2 ปีที่แล้ว

    ስልጣን ወደይ ንመጽሓፍ ቅዱስ ጊዜ ሃቦ ስሀንኮለል ኣትበል

  • @edenalmedom7097
    @edenalmedom7097 2 ปีที่แล้ว +6

    GIGNA TEBAREK MOGOS HWEY🙏🙏

  • @biethiwet7420
    @biethiwet7420 2 ปีที่แล้ว +5

    ኦሪት ዘጸአት 20
    3፤ ካልኦት ኣማልኽቲ ኣብ ቅድመይ ኣይሀልዉኻ።
    4፤ ኣብ ላዕሊ ኣብ ሰማይ ካብ ዘለዉ፡ ኣብ ታሕቲ ድማ ኣብ ምድሪ ኻብ ዘለዉ፡ ኣብ ማይ ከኣ ኣብ ትሕቲ ምድሪ ኻብ ዘለዉ፡ ምስልን ስእሊ ዘበለን ንኣኻ ኣይትግበር።
    5፤ ኣይትስገደሎምን ኣይተገልግሎምን ድማ። ኣነ እግዚኣብሄር ኣምላኽካ፡ ቀናእ ኣምላኽ እየ እሞ፡ ንዚጸልኡኒ ሓጢኣት ኣቦታት ኣብ ደቂ ኽሳዕ ሳልሳይ ክሳዕ ራብዓይን ወለዶ ዝቐጽዕ፡

  • @weynits571
    @weynits571 ปีที่แล้ว

    Malachi 3 ትግ - ሚልክያስ
    16: ሽዑ እቶም ንእግዚኣብሄር ዚፈርሁ ንሓድሕዶም ተዛራረቡ፣ እግዚኣብሄር ከኣ ጽን በለ ሰምዔውን። ነቶም ንእግዚኣብሄር ዚፍርሁን ንስሙ ኸኣ ዚሐስቡን ዚኸውን መጽሓፍ መዘከርታ ኣብ ቅድሚኡ ተጻሕፈ።

  • @weynits571
    @weynits571 ปีที่แล้ว

    Selam AMLAK niakum Moge hawey kiburat agayishin AMLAK biafkum ytekm❤❤❤

  • @ኣአግዚኣብሔርተዘኪሩኒበው
    @ኣአግዚኣብሔርተዘኪሩኒበው 2 ปีที่แล้ว +5

    ዋይ ገራሚ ዝተሳዓሩኹላ ከይትብልሰ 🤔😆😆😆😆😆😆😥😥😥😥ተስሕቅል ተሕዝንል አምላክ ላብ ልቦናኻ የመልስኻ ዛሓወይ ምስ ሥልጣኑ እማ ለጋኒ የብሉኹምይ አይትድኸም

    • @fyoribereket6130
      @fyoribereket6130 2 ปีที่แล้ว

      Taotki eley mejemerta wshti hrur koynatki

    • @የሱሰይ
      @የሱሰይ 2 ปีที่แล้ว +4

      Ayene libonaki yekefet haftey wegen hizika mizerab xibuk ayekonen wegen kirstos mikan iyu iti haki wegen sebie zekone maxehaf kudus yenegirena eyu Ab sebie zewikal rugum eyu yebil hijes Mogos fekeri kirstos enber fekeri hayemanot yebilun nay haymanot himam zelakum ayene libonakum yikifetelikum tebareki 🙏

    • @ኣአግዚኣብሔርተዘኪሩኒበው
      @ኣአግዚኣብሔርተዘኪሩኒበው 2 ปีที่แล้ว

      @@የሱሰይ እወ መጀመሪያ ፍርሓት አግዚአብሔር ከህሊይካ አለዋ ማለትይ ኡዙይስ ሰብ ኢዪ ዝፈረድ ዘሉ ማለተይ በእሙነቱ ዛሓፈር ሰብ ይለይ ። ስልጣኑ ደሞ አሕፊረዎ አብር አይሓፈረን።

  • @issaismerese1498
    @issaismerese1498 2 ปีที่แล้ว +7

    ሞጌ ሓወይ ተባ ብሱል ሰብ እግዛብሄር ምሳካ ኢዩ !!!

  • @FvDf-e4g
    @FvDf-e4g 18 วันที่ผ่านมา

    እግዚኦ ድፍረት ናብ ልብኩም ይምለስኩም መናፍቃን😢😢😢

  • @LuwamGebrebrhan-ll8th
    @LuwamGebrebrhan-ll8th 6 หลายเดือนก่อน

    Amen qal hiwet yesmana seltan hawena kebrn msganan ykuno namlakna medhanina eyesus kerstos

  • @aziebhagos2635
    @aziebhagos2635 2 ปีที่แล้ว +11

    እግዚአብሔር ይባርክካ ሞጎሰ ሐወይ ጸግኦ የብዝሐልካ

  • @TjhgFjhgg
    @TjhgFjhgg หลายเดือนก่อน

    ኣየ ናመናፍቃን ነገር ዘይርዶኦም ሓንቲ ሕቶ ሒዞም ኮለል ክብሉ ውዒሎም ኣምላክ ናብ ሓቀኛ ኦርተደክስ ተዎእዶ ይምለስካ ኦርተደክስ ንዘልኣለም ትንበር ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤😂❤❤

  • @weinitekle2709
    @weinitekle2709 2 ปีที่แล้ว +4

    Orthodox haqi iminet iyu aytigage

  • @yordanosaraya8555
    @yordanosaraya8555 2 ปีที่แล้ว +3

    Goyta ybarka Moge hawey 🥰

  • @Even-y7g
    @Even-y7g 6 วันที่ผ่านมา

    Sultan hawuna Kal hiwet yasmalna❤❤🎉

  • @Saba-no5qc
    @Saba-no5qc 7 หลายเดือนก่อน

    Nati Kal about Arkansas about lbkan kerebaka eu

  • @weynits571
    @weynits571 ปีที่แล้ว

    Romans 1 ትግ - ሮሜ
    24-25: ነቲ ሓቂ ኣምላኽ ናብ ሓሶት ስለ ዝለወጥዎ፡ ኣብ ክንዲ ፈጣሪ፡ ንሱ ንዘለኣለም እተባረኸ እዩ፡ ኣሜን፡ ንፍጡር ስለ ዘምለኹን ዘገልገሉን፡ ኣምላኽ ከኣ ስጋ ሓድሕዶም ኬሕስሩ ብትምኒት ልቦም ንርኽሰት ኣሕሊፉ ሃቦም።

  • @romatesfaghzi6628
    @romatesfaghzi6628 2 ปีที่แล้ว +2

    15 ማኖኣ ድማ ነቲ መልኣኽ እግዚኣብሄር፡ ማሕስእ ኣብ ቅድሜኻ ኸነዳልወልካስ፡ በጃኻ ኸነጽንሓካ፡ በሎ።
    16 እቲ መልኣኽ እግዚኣብሄር ንማኖኣ፡ እንተ ኣጽናሕካኒውን ካብ እንጌራኻስ ኣይበልዕን እየ። ዚሐርር መስዋእቲ ኽትገብር እንተ ደሌኻ ድማ፡ ንእግዚኣብሄር ኣዕርገሉ፡ በሎ። ማኖኣ ግና መልኣኽ እግዚኣብሄር ምዃኑ ኣይፈለጠን ነበረ።

  • @golgotallc568
    @golgotallc568 2 ปีที่แล้ว +6

    There is no a looser and winner bro, we have to accept each others opinions and beliefs regardless of our differences.

  • @emnettsegay3625
    @emnettsegay3625 2 ปีที่แล้ว +9

    ኣየ ስልጣን ሸንኾለል ህድእ እልካ እንተትምሃር ሲ ክንደይ ጽብቅ ኔሩ

  • @romatesfaghzi6628
    @romatesfaghzi6628 2 ปีที่แล้ว +1

    10 ሽዑ የሱስ፡ ንእግዚኣብሄር ኣምላኽካ ስገድ፡ ንእኡ በይኑ ድማ ተገዛእ፡ ጽሑፍ አሎ እሞ ኪድ ርሐቕ፡ ሰይጣን፡ በሎ።

  • @eliltagebrehiwet123
    @eliltagebrehiwet123 2 ปีที่แล้ว +1

    እግዚኣብሄር ይግናሕካ

  • @yohannesberhane8532
    @yohannesberhane8532 2 ปีที่แล้ว +23

    Colossians 2 (ትግ) - ቆሎሴ
    16: ደጊም ብብልዕን መስተን፡ ወይ ብምብዓል በዓላት፡ ወይ ብሰርቂ ወርሒ፡ ወይ ብሰናብቲ ዝመጸ፡ ሓደ እኳ ኣይፍረደልኩም።
    17: እዚ ነቲ ዚመጽእ ጽላሎት እዩ፡ እቲ ስጋ ግና ክርስቶስ እዩ።
    18: ሓደ እኳ፡ ትሕትና ብዚመስልን ብስግደት ንመላእኽትን ገይሩ፡ ንሱ ኣብ ዘይረኣዮ ነገር እናተሐወሰ በእምሮ ስጋኡ ብኸምኡ ዚንፋሕ፡ ነቲ ዓስቢ ዓወት ኣይዘርፍኩም።
    19: ኣብቲ ብዘሎ እቲ ስጋ ብጅማትን መፈላልዮን ተዳጋጊፉን ብሓደ ተጋጢሙን ብምዕባይ ኣምላኽ ዚዓብየሉ ኣብቲ ርእሲ ኸይጸንዔ፡ ሓደ እኳ ነቲ ዓስቢ ዓወት ኣይዘርፍኩም።

    • @rahwakidane9414
      @rahwakidane9414 2 ปีที่แล้ว +3

      Wey gud fetari mhret yazzelkum tray..ab xelmat ekum tnebru zelekum aynkum kfetu menafkannnnnnnn

    • @henokandemaraiam4695
      @henokandemaraiam4695 2 ปีที่แล้ว

      @@rahwakidane9414 Bible ambibi haftey sik elki aytzarebi...menafkan nski eki

  • @Jesus_is_lord1987
    @Jesus_is_lord1987 2 ปีที่แล้ว +7

    ሞጎስ ሃውይ ጎይታ የሱስ ይብርኽካ ወንጌል ስለ ዝሰበኽካሎም………ንኦርቶዶክስ ከኣ ከምቲ ብርሃን ቃሉ ዝሃበና ጎይት አዚ ዝዘራአካዮ ብርሃን ይሃቦም።መንፈስ ቅዱስ ምሳካ አዮ ኣጆካ ዝሃውይ በርትዕ

  • @shalomgebrekrstos3219
    @shalomgebrekrstos3219 2 ปีที่แล้ว +1

    God bless you mogie hawey jigna

  • @HewanGhebremedhn
    @HewanGhebremedhn 3 หลายเดือนก่อน

    Sultan Temeles Kal Amlak Atishefno Temeles Temeles Attrer Temeles

  • @hanibaldesale2322
    @hanibaldesale2322 3 หลายเดือนก่อน

    ስልጣን ሓወይ ኣምላኽ ንሙሴ ኣብ ሳህራ ደው ምበሉ ኣብዚ መዕረፊ ደንኳን ቤት መቕደስ ስራሕ ቤት መቕደስ ስርሓለይ ኣብ መንበረይ ካኣ ብክልተ ወገኑ ብምስሊ ኩሩቤል ግበረለይ ኢሉዎ ኣምላኽ ንሙሴ ድያቆን ሓወይ

  • @romatesfaghzi6628
    @romatesfaghzi6628 2 ปีที่แล้ว +1

    Shalom Shalom Mogie hawey
    Teretiena keyblus ygbay yhatu zbluwo ko kemzi u
    Kab nay Egziabhier wexiom nay resom zdelyu sebat

  • @weynits571
    @weynits571 ปีที่แล้ว

    We Lave you ortodox more and more❤❤❤ KIBRY NIAMLAK ykun ab 1 Tawla kinzerareb zigber

  • @ወዲኣበራሜድያ
    @ወዲኣበራሜድያ 2 ปีที่แล้ว +5

    እታ live ኩላ ተኸታቲልናያ እንዲና ዝተሳዕረሉ መዓልቲ ኢልካ ቪድዮ ክትሰርሕ'ሲ ኣይትሓፍርን ዲኻ? ሸቀጥ እንዲኻ ሒዝካ ዘለኻ ግን ብካልእ መንገዲ ግበሮ ሓሶት ምትላል ይኣኽለካ ሪኢናካ ኢና ትማሊ

  • @HewanAlyas
    @HewanAlyas 14 วันที่ผ่านมา

    መ/ር ስልጣን ፀጉኡ የብዝሕ
    ዘማሪ ሓውና ባዕልኻ ኢኻ ትትርጉሞ ዘለኻ
    ለለኻኣስ ስልጣን ዝሓፈረሉያ 😐

  • @yohannesberhane8532
    @yohannesberhane8532 2 ปีที่แล้ว +6

    Deuteronomy 5 (ትግ) - ዘዳግም
    7: ኣብ ቅድመይ ካልኦት ኣማልኽቲ ኣይሀልዉኻ።
    8: ኣብ ላዕሊ ኣብ ሰማይ ካብ ዘለዉ፡ ኣብ ታሕቲ ኣብ ምድሪ ኻብ ዘለዉ፡ ወይ ኣብ ትሕቲ ምድሪ ኣብ ማይ ካብ ዘለዉ እተወቕረ ምስልን ስእሊ ዘበለን ንኣኻ ኣይትግበር፡
    9: ኣነ እግዚኣብሄር ኣምላኽካ፡ ንዚጸሉኡኒ ሓጢኣት ኣቦታት ኣብ ደቂ ኽሳዕ ሳልሳይን ክሳዕ ራብዓይን ወለዶ ዝቐጽዕ፡ ቀናእ ኣምላኽ እየ እሞ፡ ኣይትስገደሎም፡ ኣይተምልኮም።
    10: ንዚፈትዉኒ፡ ትእዛዛተይ ንዚሕልዉ ኸኣ ክሳዕ ሽሕ ወለዶ ምሕረት ዝገብር እየ።

  • @fanuszerabruk9660
    @fanuszerabruk9660 2 ปีที่แล้ว

    Colossians 2 (ትግ) - ቆሎሴ
    8: ከም ናይ ክርስቶስ ዘይኰነስ፡ ብልማድ ሰብ፡ ከም ምህሮ ቝልዕነት እዛ ዓለም እዚኣ፡ ብጥበብ ዓለምን ብኸንቱ ምጥባርን ሓደ እኳ ኸይማርኸኩምሲ፡ ተጠንቀቑ።

  • @tirhashabrham2943
    @tirhashabrham2943 2 หลายเดือนก่อน

    ዋይ ስልጣ ጽንዓት ይሃብካ እዚኩሉ ጠቅሲ ክህበካስ ሓንቲ ስኢንካ ብናትካ ኣስተያየት ወዲእካያ። ሞጎስ ጎይታ ይባርካ ብቃል ኣምላኽ ዝጸንዔ ሰብ ኣይዕንቀፍንዩ።

  • @eyesusgoytaeyu5480
    @eyesusgoytaeyu5480 2 ปีที่แล้ว +1

    moge hawey amlak xegeu yebezhalka tebarek

  • @mirafseyoum5273
    @mirafseyoum5273 2 ปีที่แล้ว +1

    ናብ ካልእ ኮለል ከይበልና ዘጻኣት 20፡1-6 እኩል መልሲ ናይ ኩሉ እዩ

  • @weynits571
    @weynits571 ปีที่แล้ว

    Colossians 2 ትግ - ቆሎሴ
    18: ሓደ እኳ፡ ትሕትና ብዚመስልን ብስግደት ንመላእኽትን ገይሩ፡ ንሱ ኣብ ዘይረኣዮ ነገር እናተሐወሰ በእምሮ ስጋኡ ብኸምኡ ዚንፋሕ፡ ነቲ ዓስቢ ዓወት ኣይዘርፍኩም።

  • @HENOKTEDROS-r3m
    @HENOKTEDROS-r3m 3 หลายเดือนก่อน

    Jesus is the best way

  • @yohannesberhane8532
    @yohannesberhane8532 2 ปีที่แล้ว +4

    Matthew 4 (ትግ) - ማቴዎስ
    10: ሽዑ የሱስ፡ ንእግዚኣብሄር ኣምላኽካ ስገድ፡ ንእኡ በይኑ ድማ ተገዛእ፡ ጽሑፍ አሎ እሞ ኪድ ርሐቕ፡ ሰይጣን፡ በሎ።

  • @edentsegay8412
    @edentsegay8412 2 ปีที่แล้ว +7

    Beabiu Yesus zbelo Kal alo bekue melsi, n'Amlak tray msgaden memlaken, kale tewesaki wn aymedleyon.
    Matthew 4 (ትግ) - ማቴዎስ
    8: ድያብሎስ ከም ብሓድሽ ናብ ኣዝዩ ነዊሕ ከረን ወሲዱ፡ መንግስትታት ኵላ ዓለምን ክብረተንን ኣርአዮ እሞ፡
    9: ፍግም ኢልካ እንተ ሰገድካለይ፡ እዚ ዅሉ ኽህበካ እየ፡ በሎ።
    10: ሽዑ የሱስ፡ ንእግዚኣብሄር ኣምላኽካ ስገድ፡ ንእኡ በይኑ ድማ ተገዛእ፡ ጽሑፍ አሎ እሞ ኪድ ርሐቕ፡ ሰይጣን፡ በሎ።

  • @bereketyohannes7132
    @bereketyohannes7132 2 ปีที่แล้ว +1

    ን ሞጎስ ኣብዙሕ ነገራት ዘይቅበሎ ሰብ እኳ እንተኾንኩ ኣብዚ ዝነበረ ምዝርራብ ግን ዝሓሸ ናይ ምግላጽ ዓቕሚ ነይርዎ። ስልጣን ግን ኣብ ፍልጠት መጽሓፍ ቅዱስ ጥራይ ዘይኮነስ ኣብ ፍልጠት ትግርኛ ዉን ዝውሕዶ ምኻኑ ኣስተውዒለ( ብመደብ ነቲ ቃል ጠውዩዎ እንተዘይኮይኑ)።ስልጣን ብሕልኻ ምስ ባህሊ ኣይሁድ እንታይ ኣራኸቦ ዓሰርተ ግዜ ኣብ ባህልና ዘሎ ክትብል?

  • @ghideighebresillassie7164
    @ghideighebresillassie7164 ปีที่แล้ว

    ብሓቂ አድንቀኩ ብትሕቲና ብምቅብባልኩ. መጎስ ሓወይ ከም ቃል አምላክ መሰረት ገርካ ሰ ዝመለስካሉ ጎይታ ይባርካ ብሩክ እካ

  • @ወዲምስግና
    @ወዲምስግና 2 ปีที่แล้ว +7

    ንስኻ ኮ ዘይሓፈርካስ ስልጣን ካሓፍር

    • @hiwilove7088
      @hiwilove7088 2 ปีที่แล้ว +1

      የግረም እዩ ሰልጣን ምህርና ፅግኢ የብዘሐልካ

    • @rahawangsom4167
      @rahawangsom4167 2 ปีที่แล้ว

      Sltney amelk yebrka

  • @weynits571
    @weynits571 ปีที่แล้ว

    Matthew 11 ትግ - ማቴዎስ
    27: ካብ ኣቦይ ኵሉ ተዋሂቡኒ አሎ። ንወዲ ብጀካ ኣቦ ሓደ እኳ ዚፈልጦ የልቦን፡ ነቦ ኸኣ ብጀካ ወድን እቲ ወዲ ኺገልጸሉ ዚፈቱን፡ ዚፈልጦ የልቦን።
    28: ኣቱም ኵልኹም እትጽዕሩን ጾር ዝኸበደኩምን፡ ኣነ ኸዕርፈኩም ናባይ ንዑ።

  • @abebagoitom6110
    @abebagoitom6110 2 ปีที่แล้ว +1

    Sltay da entay khafr yehfirukum do eti znebere kema ela eya zela

  • @kokobgirmay8380
    @kokobgirmay8380 2 ปีที่แล้ว +1

    ብሽም የሱስ ኣነ ዝገርምኒ እኮ ናይዚ ስልጣን ዝብሃል ሰብ፡ስቅ ኢሉ ብሃሳሰ ለባም ይዛረብ፡ኣምላኽ ምሕረት ይግበረሉ፡ነቶም ዝስዕብዎ ሒዝዎም ይጠፍእ ኣሎ።

    • @ጌታሆይበመንግስትህበመጣህ
      @ጌታሆይበመንግስትህበመጣህ 9 หลายเดือนก่อน +1

      ስልጣን ለባም ኣምላክ ዝሓረዮ ጅግና እዩ❤(ንመጎስ ዝክተልዪ ዝተጋገየ ፈጣሪ ይምሓሮ😢😢😢😢

  • @fanuszerabruk9660
    @fanuszerabruk9660 ปีที่แล้ว

    Colossians 2 (ትግ) - ቆሎሴ
    18: ሓደ እኳ፡ ትሕትና ብዚመስልን ብስግደት ንመላእኽትን ገይሩ፡ ንሱ ኣብ ዘይረኣዮ ነገር እናተሐወሰ በእምሮ ስጋኡ ብኸምኡ ዚንፋሕ፡ ነቲ ዓስቢ ዓወት ኣይዘርፍኩም።

    • @samibest9099
      @samibest9099 ปีที่แล้ว

      ቆሎሴ 2፥18 ሓደ እኳ ሓቒ ብዘይብሉ ትሕትናን ንመላእኽቲ ብዝግበር ኣምልኾን ነቲ ዓስቢ ዓወት ኣየግድፍኩም! ኣምልኾ ዝብል ኣለዋ ፡ ኣይተጓድል !?

  • @saliem-J-mati7721
    @saliem-J-mati7721 ปีที่แล้ว

    E/G endabareke yibarka mogie hawey Gbu

  • @romatesfaghzi6628
    @romatesfaghzi6628 2 ปีที่แล้ว +7

    23-24 ኣምላኽ መንፈስ እዩ፡ እቶም ዚሰግድሉ ድማ ብመንፈስን ብሓቅን ኪሰግዱሉ ይግባኦም። ኣቦ ኸምዚ ዝበሉ ሰገድቲ እዩ ዚደሊ እሞ፡ እቶም ናይ ሓቂ ሰገድቲ ነቦ ብመንፈስን ብሓቅን ዚሰግዱሉ ሰዓት ክትመጽእ እያ፡ ንሳ ኸኣ ሕጂ እያ።

  • @genet6293
    @genet6293 2 ปีที่แล้ว +1

    ኣየ ሞጎስ ተስዕረ ከይትብልስ ስልጣን ዝሓፈረሉ ምዓልቲ ትብል
    ተውህዶ ንኩሉ መልሲ ኣለዋ ናብ ልብካ ይምለስካ ኣምላክ እንበይ
    መጸሓፍ ቅዱስ ኣውጽእ እንተበለካ ብመባይል እዩ ዝጥቀም ኣየ ሞጎስ ልቢ ድኣ ግበር ናብ ናይ ኣባታትካ እምነት ተመለስ

  • @amanuelmandela278
    @amanuelmandela278 2 ปีที่แล้ว +8

    እቲ ዘሐጉሰኻ ናይዚ መደብ እቲ ብሞስከት ተለቪዝን ዝካታተለኩም ዘሎ ኩቡር ዋጋ ዝተኸፈለሉ ኣብ መስቀል ኩቡር ሰብ ሕማቅን ጹቡቅን ይማሃር ብምህላዉ ሑጉስ እየ ምኽንያቱ ወንጌል በቲ ኮይኑ በቲ የሱሰ ይስበኽ ብምህላው ባህ ኢሊኒ። Romans 1 (ትግ) - ሮሜ
    16: ወንጌል ቅድም ንኣይሁዳዊ ኸምኡውን ንጽርኣዊ፡ ንዚኣምን ዘበለ ዂሉ ሓይሊ ኣምላኽ ንምድሓን እዩ እሞ፡ ብወንጌል ኣይሐፍርን እየ።

  • @jonaheritrean916
    @jonaheritrean916 ปีที่แล้ว

    ኣቢ ትምህርቲ ተማሂረ