ንስምዓዮ ንስእለይ ኣይትስገዱ ኣይተምልኹ ኣነ የሱስ ኣይኮንኩን ይብለኩም ኣሎ / ሼር

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 26 ธ.ค. 2024

ความคิดเห็น •

  • @abrahamfiory8978
    @abrahamfiory8978 9 หลายเดือนก่อน

    Goyta ybark Moge haweay 🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @nebuyosefa2084
    @nebuyosefa2084 2 ปีที่แล้ว +2

    Tebark

  • @lindamehari6442
    @lindamehari6442 2 ปีที่แล้ว +1

    moge hawey memelisu miglaxu yebizhalika

  • @motherland1510
    @motherland1510 2 ปีที่แล้ว +2

    ብስም ኣብ በወልድ መንፈስ ቅዱስ 🙏🙏🙏 መጀመርያ ኣምላኽ ምሓሪ እዩ እሞ ምሕረቱ ይሃብካ. ኣደይ ማርያም ኣይተምልኹ. ተራ ሰብ እያ ካብ ምባል ሓሊፍኩም ሕጂ ካኣ የሱስ ስእሊ የብሉን ኣይትእመኑ ምባል በጺሕኩም. ይበል ፍልጠት. እሞ እዚ ሰብ እዚ እዩ የሱስ ኮይኑ ዝቀርብ እንተድኣ ኢልካ, ስእሊ የሱስ ክእመን ዝተኻእለ እዚ ዓረባዊ ምኻኑ ትሕብረና ዘለኻ ሰብ ምስተወልደ እዩ በለና እምበር. ከምኡ እንተዝኸውን ኔሩ, ከምናይ ቅዱሳን ኣቦታትና ዕድመ እዩ ተዋሂብዎ በለና እምበር. እቲ መጽሓፍ ቅዱስ ኢልካ ትዛረበሉ ዘለኻ ውን እኮ ቃል ኣምላኽ ኔሩ , ናብ መጽሓፍ ምስተጻሕፈ ኢኻ ከተንብቦን ተጽንዖን ክኢልካ. እሞ ነዚ ውን ቃል ኣምላኽ ዘይኮነስ ቃል ውልቀ ሰብ እዩ ኔሩ ኣይትእመንዎ ክትብለና ኢኻ. በጃኹም ብምስትውዓል ንዛረብ.

    • @amlakeamlake6188
      @amlakeamlake6188 2 ปีที่แล้ว

      Eze yesus Aykonen AstweeluRevelation 1 (ትግ) - ራእይ
      12: ነቲ ዚዛረበኒ ዘሎ ድምጺ ኽርኢ ኸኣ ግልጽ በልኩ። ግልጽ ምስ በልኩውን፡ ሾብዓተ ቐወምቲ ቐንዴል ወርቂ ርኤኹ።
      13: ኣብ ማእከል እቶም ሾብዓተ ቐወምቲ ቐንዴል ከኣ፡ ክሳዕ እግሩ እተኸድነ ብቕናት ወርቂውን ክሳዕ ኣፍ ልቡ እተዐጥቀ ወዲ ሰብ ዚመስል ርኤኹ።
      14: ርእሱን ጸጕሩን ጻዕዳ ኸም ጸምሪ ጻዕዳውን ከም ኣስሓይታ እዩ፡ ኣዒንቱውን ከም ሃልሃልታ ሓዊ እየን፡
      15: ኣእጋሩ ኣብ ሓጐዶ ኸም ዝረሰነ ዜንጸባርቕ ኣስራዚ ሊባኖስ ይመስላ፡ ድምጹውን ከም ደሃይ ብዙሕ ማያት እዩ።
      16: ኣብ የማናይ ኢዱ ሾብዓተ ኸዋኽብቲ ኣለውዎ፡ ካብ ኣፉውን ክልተ ዝኣፉ በሊሕ ሰይፊ ይወጽእ፡ ትርኢቱውን ከምታ ብሓይሊ እተብርህ ጸሓይ እዩ።

    • @amlakeamlake6188
      @amlakeamlake6188 2 ปีที่แล้ว +1

      Revelation 1 (ትግ) - ራእይ
      17-18: ምስ ርኤኽዎ ድማ፡ ከም ምዉት ኰይነ ኣብ ኣእጋሩ ወደቕኩ። ንሱ የማናይ ኢዱ ኣንበረለይ፡ ከምዚ እናበለ፡ ኣነ እቲ ቐዳማይን እቲ ዳሕራይን እቲ ህያውን እየ እሞ፡ ኣይትፍራህ። ሞይተውን ነበርኩ፡ እንሆ ኸኣ፡ ንዘለኣለመ ኣለም ህያው እየ፡ መርሖ ሞትን ሲኦልን ከኣ አሎኒ።
      19: እምብኣርሲ ነቲ ዝርኤኻዮን ነዚ ዘሎን ነቲ ድሕርዚ ዚኸውንን ጽሐፎ።

  • @mihretkidane9222
    @mihretkidane9222 2 ปีที่แล้ว

    Besmeam bel flet mermr da enber zeyelo halewulow ayedln eyu kubur hawu!! Nmntay gn !!!!!

  • @rahilhabtehadesh8236
    @rahilhabtehadesh8236 2 ปีที่แล้ว +2

    Xbuek srah u ango eske nzihzbi ezi , moge hawey brhanka abxexbhh ybrah, nkedmit trayyyy❤

  • @nkulubfqri2234
    @nkulubfqri2234 2 ปีที่แล้ว

    ቅድሚ እዚ ሰብ እዚ ስእሊ ጎይታናን መድሓኒናን ኣይነበረን ኢሎምካ ድዮም ትም ኢልካ ትህውትት፧

  • @seanhenderson3270
    @seanhenderson3270 2 ปีที่แล้ว

    Aneta hawey edeber teena aleka tetefe zeleka neseka.

  • @user.peniel
    @user.peniel 2 ปีที่แล้ว

    ክክክክክ ኮምኡ ድዩ ኢሉ🤣🤣🤣🤣

  • @Blessed-ml6yq
    @Blessed-ml6yq 2 ปีที่แล้ว

    Hji tewelidu kemeyu ybl alo hahahah eemnetna endo ngber

  • @seanhenderson3270
    @seanhenderson3270 2 ปีที่แล้ว

    Move daane nemenetay tere neseka neaka keman amen yebeleka seb kab ketekeses kal tetekemelu

  • @yorsalemluolseged2696
    @yorsalemluolseged2696 2 ปีที่แล้ว

    Yigerm

    • @petrosberaki5699
      @petrosberaki5699 2 ปีที่แล้ว

      ሰላም ዝሓወ ኣይትጋገ እዚ ወዲ ሕጂ እዩ ተወሊዱ ስእሊ ጎይታ ግን ካብ ቅድሚ 2000 ኣመተ ምህረት እዩ ጸኒሑ ። ንዕኡ መን ኣምላክ ኢልዮ። እስኻኸ ኣይትሓስብን ኢኻ? ወዲ 30 ዓመት ዘይኣክልሲ ስቒሉ ይህውትት ንሱ እዩ
      ብኣጋጣሚ ነቲስእሊ መሲሉ።ካልኣይ ድማ ስ ንጎይታናን ኣምላኽናን ኢየሱስ ክርስቶስ ሲ መልክዑ ክፉእ እዩ ነይሩ ኢልካዮ ኣምላክ ምሕረት የውርደልካ ዝሓወይ።
      ኣብ ዘጸእት 25.18. ክሳብ 22 ወርቂ ቀጥቂጥካ ክልተ ኪሩቤል(መላእክት)ስራሕ ካብ መንጎ እቶም ኣብ ታቦት ጽላት ዘለዉ ክልተ ኪሩቤል፡እቲ ንደቂ እስራኤል ዚኸውን ትእዛዝ ኹሉ ክህበካ እየ። ኢልዎ ። ስለዚ ከየጋግየኩም ነዛ ጥቕሲ ብምልእታ ኣንብብዋ።ዘመኑ ዘመ ክሕደት እዩ። ተጠንቀቕሉ። ኪሩቤል ማለት ከኣ መላእኽት ማለት እዩ።

  • @atheeralfarsi344
    @atheeralfarsi344 2 ปีที่แล้ว

    ኣምላኸይ ይቅቀለኝ😭😭😭

    • @amlakeamlake6188
      @amlakeamlake6188 2 ปีที่แล้ว

      Revelation 1 (ትግ) - ራእይ
      12: ነቲ ዚዛረበኒ ዘሎ ድምጺ ኽርኢ ኸኣ ግልጽ በልኩ። ግልጽ ምስ በልኩውን፡ ሾብዓተ ቐወምቲ ቐንዴል ወርቂ ርኤኹ።
      13: ኣብ ማእከል እቶም ሾብዓተ ቐወምቲ ቐንዴል ከኣ፡ ክሳዕ እግሩ እተኸድነ ብቕናት ወርቂውን ክሳዕ ኣፍ ልቡ እተዐጥቀ ወዲ ሰብ ዚመስል ርኤኹ።
      14: ርእሱን ጸጕሩን ጻዕዳ ኸም ጸምሪ ጻዕዳውን ከም ኣስሓይታ እዩ፡ ኣዒንቱውን ከም ሃልሃልታ ሓዊ እየን፡
      15: ኣእጋሩ ኣብ ሓጐዶ ኸም ዝረሰነ ዜንጸባርቕ ኣስራዚ ሊባኖስ ይመስላ፡ ድምጹውን ከም ደሃይ ብዙሕ ማያት እዩ።
      16: ኣብ የማናይ ኢዱ ሾብዓተ ኸዋኽብቲ ኣለውዎ፡ ካብ ኣፉውን ክልተ ዝኣፉ በሊሕ ሰይፊ ይወጽእ፡ ትርኢቱውን ከምታ ብሓይሊ እተብርህ ጸሓይ እዩ።

  • @seanhenderson3270
    @seanhenderson3270 2 ปีที่แล้ว

    Xebuk maream xebekete nay weshete alewoum eber neseele eyusos elu seb i kunen

  • @seanhenderson3270
    @seanhenderson3270 2 ปีที่แล้ว

    Kkkkkkkk

  • @hanuna6958
    @hanuna6958 2 ปีที่แล้ว

    ክክክክ መወዳእትኡ leave me alone ዶ ኢልዎም ኣሰኪሖሞ መስኪናይ ሓቁዩ ስእልኻ ብብዙሓት ዘይትፈልጦም ክሰዓም ዉርደት እዩ። ኣበይ እሞ ይርድኦም። ሞጌ ሓወይ ኣስሒቅካኒ እኮ ሊፒስቲክ ጌርኩም የሱስ ትብልዎ ክክክክክ

  • @tsehayetewelde6518
    @tsehayetewelde6518 2 ปีที่แล้ว

    kakkkkbteami eyu zgerm wedi mogos gden eyu wedi seb bamsle egzabhar amlak do aykonen eyu tefetru emo ezi wedi wedi kndey amet deyu ksab lomi mot zeymexeto da nbalka zeynqaka nska seb ketenqeh nska hade kbtom tekalu nay ezi semena endeka

  • @merhawihaile6426
    @merhawihaile6426 2 ปีที่แล้ว

    Sekt Fugur hasawi

    • @LLLL31
      @LLLL31 2 ปีที่แล้ว

      Xerfi xbuq aykonen hawey

    • @KokoKoko-tj6zi
      @KokoKoko-tj6zi 2 ปีที่แล้ว

      Akmka eu

    • @amlakeamlake6188
      @amlakeamlake6188 2 ปีที่แล้ว +1

      beruk Aytxaref haki kitfelto alka
      Revelation 1 (ትግ) - ራእይ
      12: ነቲ ዚዛረበኒ ዘሎ ድምጺ ኽርኢ ኸኣ ግልጽ በልኩ። ግልጽ ምስ በልኩውን፡ ሾብዓተ ቐወምቲ ቐንዴል ወርቂ ርኤኹ።
      13: ኣብ ማእከል እቶም ሾብዓተ ቐወምቲ ቐንዴል ከኣ፡ ክሳዕ እግሩ እተኸድነ ብቕናት ወርቂውን ክሳዕ ኣፍ ልቡ እተዐጥቀ ወዲ ሰብ ዚመስል ርኤኹ።
      14: ርእሱን ጸጕሩን ጻዕዳ ኸም ጸምሪ ጻዕዳውን ከም ኣስሓይታ እዩ፡ ኣዒንቱውን ከም ሃልሃልታ ሓዊ እየን፡
      15: ኣእጋሩ ኣብ ሓጐዶ ኸም ዝረሰነ ዜንጸባርቕ ኣስራዚ ሊባኖስ ይመስላ፡ ድምጹውን ከም ደሃይ ብዙሕ ማያት እዩ።
      16: ኣብ የማናይ ኢዱ ሾብዓተ ኸዋኽብቲ ኣለውዎ፡ ካብ ኣፉውን ክልተ ዝኣፉ በሊሕ ሰይፊ ይወጽእ፡ ትርኢቱውን ከምታ ብሓይሊ እተብርህ ጸሓይ እዩ።

    • @amlakeamlake6188
      @amlakeamlake6188 2 ปีที่แล้ว +1

      Revelation 1 (ትግ) - ራእይ
      17-18: ምስ ርኤኽዎ ድማ፡ ከም ምዉት ኰይነ ኣብ ኣእጋሩ ወደቕኩ። ንሱ የማናይ ኢዱ ኣንበረለይ፡ ከምዚ እናበለ፡ ኣነ እቲ ቐዳማይን እቲ ዳሕራይን እቲ ህያውን እየ እሞ፡ ኣይትፍራህ። ሞይተውን ነበርኩ፡ እንሆ ኸኣ፡ ንዘለኣለመ ኣለም ህያው እየ፡ መርሖ ሞትን ሲኦልን ከኣ አሎኒ።
      19: እምብኣርሲ ነቲ ዝርኤኻዮን ነዚ ዘሎን ነቲ ድሕርዚ ዚኸውንን ጽሐፎ።

    • @LLLL31
      @LLLL31 2 ปีที่แล้ว

      @@amlakeamlake6188 Amenn tebarek/ki

  • @selamukbazgi1854
    @selamukbazgi1854 2 ปีที่แล้ว

    ሰቅ በል ለግለግ ፈርቂ ፈርቂ

    • @sami-tr3gx
      @sami-tr3gx 2 ปีที่แล้ว +2

      ጎይታ ይባርኽኪ ብርኽቲ ሓፍተይ ምስትውዓልኪ ይከፍት

    • @amlakeamlake6188
      @amlakeamlake6188 2 ปีที่แล้ว

      Selamentay eka texarwf haki fetew