ขนาดวิดีโอ: 1280 X 720853 X 480640 X 360
แสดงแผงควบคุมโปรแกรมเล่น
เล่นอัตโนมัติ
เล่นใหม่
ሰላም ሞጎስ ሐወይ ክብርን ምስጋናን ናዓኻ ቡዙሕ ጹቡቅ ነገር አለካ በቲ ጹቡቅ ቡዙሕ ነገር ድማ የመስግነካ ብዝንቀፍ ድማ ይነቅፈካ አዴና ቅድስቲ ድንግል ማርያም አደ ጎይታናን መድሐኒናን ጥራይ አይኮነትን ክትጽዋዕ ዝግብአ ቅድስቲ አደ ስለ ዝኾነትን ንህዝቡ ምሕረት ንኽገብር ካብ አዴና ቅድስት ድንግል ተወሊዱ ንሐጥያትና እትልምንን እትጽልየልናን እተስምርን ክብርቲ አዴና ስለ ዝኾነትን ሐይልን ክብርን ዝተዓደለትን ብጎይታ ክብርን ሞጎስን ዘለዋን ኢያ ንስኹም ከማን ንሐደ ተራ ፓስተር ጸሊዩ የድሕን ትብሉስ ከመይ ሕሪቲ አደ ጎይታና ጸሊያን ለሚናን ዘይተድሕንን ዘይተሴምርን ብጣዕሚ ትገርሙ ንሕና ሰብ ዝሳአሎ ስእሊ እንተሰቀልና ነቲ ስእሊ ተምሳል አይኮናን ነምልኽ ነቲ ቃሉ ኢና ነምልኽ እዚ ማለት ግን ስእሊ ዝተሰቀለ አደይ ማሪያም ማለት አይኮነትን ነዴና ድንግል ማሪያም ነቲ ቁዱስ ቃል አምላኽ ዝብሎ ኢና ነኽብር ክብራ ንምግላጽ ስእሊ ተምሳል ዳአ እምበር አደይ ማሪያም ዝራአያ የለን ጎይታዉን ዝራአዮ የለን ብዘይ ኮነ አደይ ማሪያም አይተልዑልዋ❤❤❤
ሞጌ ብሩኽ ብሓቂ ሓራ ወጺና ነቶም ሓራ ዘይ ወጹ ከኣ ንጸልየሎም።
Egzabihere yibarka moges hawey nezi zehanx timihirty sele zhlefka aynina kinkeft sele zgeberelina Egzabihere yimesgen amen ❤❤❤❤
ሰላም ኣምላኽ ይውሓዝልካ ሞጌ ሓወይ ተባረኽ በቃ ኣታ ጅግና ወንጌላዊ ቀጽል ጥራሕ አቲ ዝጸውዓካ ንሱዩሞ ተባረኽ ጸግኡ የብዝሓልካ❤🎉❤🎉❤🎉
God bless you ❤❤❤🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Yes mogie hawey Kemaka Goita. Ybarraka
Today you make my day moge hawey! You preach Jesus very well. God uses you my dear ❤️🙏. May God bless you abundantly ❤️🙏
WOWWwwwwww mogi blessed Amazing time beqa bezi qexllllll eka wengiel wengielllll amlak msaka eyu kem hayal jigna bneger kulu shalom amlak msaka eyu amennnnnnnnnn
ተባረክ ምጎሰይ
ነቲሐቂ፡፡ቃል፡ሚሲ፡ሰማዒካ፡፡ቢኡምአመንካ፡ቢመንፈስ፡ቁዲስ፡ታሀተካ፡፡ዲሓነት፡ተማሂሪካ፡ተጠመቅ፡ካሊእ፡ኮታታ።ባይቢል፡ኢታኣተቀበልካላ፡ቹርቻ፡ጢዒቲተኸይና፡አዉኡተማላልስ።ኮሚተኾይኒ፡ሲራሒኻ፡ኣናጉበርካ፡ቢመንፈስ፡ጺዳቂ፡ቂዲሳና፡፡አናይ፡አሚሑሩ፡ሲቂሊካ፡አይቲኺዳ፡፡ሰላም፡ምጌ፡፡❤😂😢
Moge Hawey libika aytetrir
Try to listen with open heart and you will anderstand what he is talking about. Thanks !
❤
🙏🙏🙏🙏
Ayfeletkayon orthodox Moge yimesleka neru zifeletkayo. Eti haki gin kemu aykonen
ኣነስ ኩሉ ሃይማኖታት ከጠራጥረኒ ጀሚሩ ኣሎ። እቲ ሓቀኛ ሃይማኖት ሰብኣውነት ከይኮነ ኣይተርፍን።
Ata resah nebska ma bkrshe shytakaya
ሰላም ሞጎስ ሐወይ ክብርን ምስጋናን ናዓኻ ቡዙሕ ጹቡቅ ነገር አለካ በቲ ጹቡቅ ቡዙሕ ነገር ድማ የመስግነካ ብዝንቀፍ ድማ ይነቅፈካ
አዴና ቅድስቲ ድንግል ማርያም አደ ጎይታናን መድሐኒናን ጥራይ አይኮነትን ክትጽዋዕ ዝግብአ ቅድስቲ አደ ስለ ዝኾነትን ንህዝቡ ምሕረት ንኽገብር ካብ አዴና ቅድስት ድንግል ተወሊዱ ንሐጥያትና እትልምንን እትጽልየልናን እተስምርን ክብርቲ አዴና ስለ ዝኾነትን ሐይልን ክብርን ዝተዓደለትን ብጎይታ ክብርን ሞጎስን ዘለዋን ኢያ
ንስኹም ከማን ንሐደ ተራ ፓስተር ጸሊዩ የድሕን ትብሉስ ከመይ ሕሪቲ አደ ጎይታና ጸሊያን ለሚናን ዘይተድሕንን ዘይተሴምርን ብጣዕሚ ትገርሙ ንሕና ሰብ ዝሳአሎ ስእሊ እንተሰቀልና ነቲ ስእሊ ተምሳል አይኮናን ነምልኽ ነቲ ቃሉ ኢና ነምልኽ
እዚ ማለት ግን ስእሊ ዝተሰቀለ አደይ ማሪያም ማለት አይኮነትን ነዴና ድንግል ማሪያም ነቲ ቁዱስ ቃል አምላኽ ዝብሎ ኢና ነኽብር ክብራ ንምግላጽ ስእሊ ተምሳል ዳአ እምበር አደይ ማሪያም ዝራአያ የለን ጎይታዉን ዝራአዮ የለን ብዘይ ኮነ አደይ ማሪያም አይተልዑልዋ❤❤❤