ATV: ዝርርብ ምስ ግዳይ ማእሰርቲ ምልካዊ ስርዓት ህግደፍ ጋዜጠኛ ይርግኣለም ፍስሃ - ብዛዕባ ግዳያት ቤት ምእሰርቲ ማይ ስርዋ - 1ይ ክፋል
ฝัง
- เผยแพร่เมื่อ 26 เม.ย. 2024
- Join this channel to get access to perks:
/ @atvasena
Support Atv Asena Television ቴለቭዥን ኣሰና ንምሕጋዝ ኣብዚ ጠውቑ፡
gofund.me/a29cab3b
donorbox.org/support-the-voic...
PayPal: www.paypal.com/cgi-bin/webscr...
Atv - Asena TV is an Eritrean channel that mainly focuses on news, current affairs, and analysis relevant to Eritrea and the Horn of Africa. It also covers global issues in regional context. Atv connects its significant number of loyal followers with the talented and dedicated content producers who use it as a platform. Variety of human interest stories including interviews, panel discussions and poetry are featured on its popular shows.
Bank: Lloyds: Sort Code: 30-96-88 Account Number: 43181260 IBAN: GB41LOYD30968843181260 BIC: LOYDGB21312
Twitter: / atvasena
Facebook: / assenna-2110272969199739
Facebook: / amanuel.eyasu.94
email:aseye.asena@gmail.com
Subscribe, Share, Like ATV to get Atv shows on time; or search 'Atv asena' on TH-cam.
ይርጉ ሓፍተይ ምስ ኤማ ዕድመን ጥዕናን ይምነየልኩም።
ኦ ኣምላኸይ! ብሓቒ ሲዖል ዝባሃልስ ኣሎድዩ ብጀኻ እዞም ኣረሜናት ዝፈጠርዎ።
Amen!
ከብርቲ ጓለይ አደመን ጥዕናን የሀብኪ አዚ ኩሉ መከራን ሽግርን ሐሊፍኪ አብዚ ዘብጻሐኪ አምላክ ከብ ዝበለ ምስጋና ይብጻሐዮአብ ሰራሕከን ናብራከን ሰላም ቅሳነት የሀብኪ አምላክ
አስና ድምፀይ ድምፂ ህዝበይ ትስፍ ውፅዓት ስሱንልና ብሩኻቴይ 🙏🙏🙏❤️ ዕድመን ጥዕናን ንይርጋአለም ሐፍትና
መጀመርያ ሰልፊ ናጽነት ቀጺሉ ህዝባዊ ሓይልታት ደሓር'ውን ህዝባዊ ግምባር ኣብ መወዳእታ ድማ ህዝባዊ ግምባር ን ዲሞክራስን ፍትሕን ብዝብል ዘቑጸልጽል ኣስማት ከም ነፋሒቶ ሕብሩ እናቐያየረ ዝተጓዕዘ ሻዕቢያ ኣብ መወዳእታ ነጊሩና'ዩ፡ "እዛ ሃገር ከምታ ዘምጻእኩዋ ኣብ ዘይተርክቡዋ ሰቒለያ ክኸይድ'የ"።
አማኒኤል ትጽዐሮን ትደከሞን ጻማካ ይሀብካ ከምኡወን አደመን ጥዐናን ይሀብካ አምላክ
ኡኡኡ ፍፍፍፍ ኣታ ኣምላኽ ኣቦይ ያኣኽለኩም በለና !!!
Yergalem’s what a tragedy hard even to listen THANKYOU.
ኣነ ብሓቂ ከምዚ ክሰምዕ ከለኹ የጨንቀኒ እዩ፥
ኣብዛ ሃገር ዝግበር ዘሎ ጉድ እንቕእ ፈጣሪ ኣውጸኣኪ ዝሓፍተይ
እዋይ እንታይ ዓይነት ገበል እዩ ወርድዋ እዛ ሀገር. አብ ጊዜ ደርጊ ተኣሲረ ኔረ እሞ ምስ ሺፍታ ስርዓት ከተወዳድሮ ስርዓት ደርጊ መልኣኽ እዩ ነሩ. እቲ ዘሕዝን ካብዚ ጨካን ስርዓት መጺኦም አብ ስደት ኮይኖም ነዚ ኣረሜን ስርዓት ዝድግፉ ክትሪኢ ኮለኻ ደምካ እዩ ዚፈልሐካ 😢😢😢😢
Ya nay wun ezia ya tgermeni kab kemzia zbelet hager wexikas entay aynet moral u zhlweka nti ketali serat temeliska kitetababien kitdgfin.
This is like Stockholm syndrome, developed a sycological bondge as slave to their captors (slave owners)
መግዛእቲ ዘይሃነጾ ቤት ማእሰርቲታት
ብ ይግደፍ ...ብሕጂ ዚህነጽ ግን ንባዕሎም ይግበሮ ፈጣሪ
Thank you both
Ayaaaaa eritrawi zrakbo takali ede
Greetings and love from Seattle Washington 🇺🇸💚🌿🌿💚 Long live to the SOLIDARITY of Justice Seekers and Tegaru 🇻🇳⭐✨✨✨
ነዊሕ ዕድመ ይርጋለም ሓፍተይ ይምንየልኪ
I would really wish that the Isayas regime supporters who live in denial listen to this interview and learn about the cruel criminal situation in the country caused by their master.
💯💯💯💯
ካብ ሰማዕቲ ንላዕሊ ብኣካል ከይዶም ዝረኣዩዎ እውን፡ "ጽቡቕ ገበሩዎ" ዝብሉ እምበር ደገፍቲ ርሕራሐ ዝብሃል የብሎምን።
@@akliluadumer9138 ያ፡ ኣራዊት ተቐይሮም ኢዮም። ሰብኣውነት የብሎምን።
ነዚ እንዳሰምዑ እንዳረኣዩ እዮም ሃገርና ጽቡቕ ኣላ ዝብሉ ከምዚ ጌርኪ ከተዘንትዊ ዕድል ዝሃበኪ እግዚኣብሄር ኣምላኽ ዝተመስገነ ይኹን።
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ይርጋኣለም ሓፍትና ጠፊእዎም ኣይኮነ ሰባት ከምዝሳቐዩ ኩሎም ደገፍቲ ይፈልጡ እዮም።
Ama 😊💙💙💙
Anta ama hizbi Eritras entay gherwom mearekindizi ghifie zewridulu Egzio mehare chtistos
Nay Bhqi zgerm eyu kebdeka zbele Tarqie(history)
ነዚ ሓቂዚ ብምቅላዕኺ ኣብ ዝባንኪ ዘወረደ ግፍዒ ብምዝራብኪ ዘዕዘምዝሙ ሰባት ካብቶም ገፋዕቲ ዘይፍለዩ'ዮም: እንቋዕ ነዚ ክትዛረቢ በቃዕኺ ; ነቶም ከምዚ ናትኪ ዘይረኸቡ ናዓኺ የማስሎም ።
አቶም ቆልዓ መሰዲኦም ዝትኣሰሮ ኣነኹ ኣይትኣሰርኩን ኣደያ ካብዝካንስሆሎ ይኣቱ ይወጤየ አሎም ይዛረቡ ሓጎሶምክኣ ይገሊጡ ሰምዐ 💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚🇺🇸💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜.
ነዚ አና ተሰምዐስ አዚዶ ይድገፍ ግን ኦኦኦ አምላክ አለካዶ ነዞም አረመን ብከመይ ይሪኦም አርዮስ
😭😭😭😭😭😭😭😭🙏🙏🙏💙💙💙🙏🙏🙏💪💪💪
አምላክ ምሕረት የዉርደልና
Seb aykonun ewebehave seb aykonun 👍👍👍
Kabzi zkefa antay eiyu kmexana nxbe zelena😊
Ehhhhhh 💔💔💔💔🥹
You are exceptionellt Yrgalem ❤
Danke ATV❤
ክብርት ይሃበልና ሓሳብኪ ምክፋልኪ ንዚኦም ኑኡሳት ኣብ ደገ ዝዓበና ጽቡቅ ምግለጺ ይሕዝነካ ግን እንታይ ኢልካ ከም ትገልጾ
Yirga haftna❤ nmskir elu amlak kab mot zdhana koynu u zsmani wala eque kulu eti kifat entezey azentweto kab bahri bchilfa gn tezentwo ala btami bzehzin melkiu,edeme yhabki zhaftey
Thanks Asena and Yrgealem Fesseha.May you see prisoners free. Your memory is great. God rid Esayas regime.
ዋው ይበል ትንተና ይርግኣለም
ብራቮ ይርገኣለም ኢንተርቪው ጥራይ ዘኮነስ በጃኺ ሰንድዮ።
ጎሚዳ ማለት፡ ኣዚዩ ጉልቡት ክሳብ 1999 ምስ እንዳ ክ/ሰ 38 ዝነበረ ዲዩ? ደሓር ናይ እንዳ 32 ኣዛዚ ክ/ሰ ኮይኑ ነይሩ። በላዒ ሰብ
Yaaa esu eu
ናይ በሓቂ ዘሕዝን ሓቀኛ ዝኮነ ትነግረና ኣላ። ዝወዓለ ይንገርካ ዝበሃል እዚ ኢዩ።
እዚ ህግደፍ ዝበሃል መንግስቲ ፡ ኣብ ናይ ዓለም ቤት ፍርዲ( Haag) ክቀርብ በጃኩም ሙሁራት ናይ ሕጊ ምስ ሓፍትና እርገኣለም ሓቢርኩም፡ብስም ህዝቢ ኤርትራ ክሲ ከተቅርቡ ይላቦ።
ድራማ ድዩ ሓቀኛ ታሪኽ ንኽትኣምኖ ዘጸግም
No humanity the time of hgdef
Ember wedi gala hgdef mdre shifta hager tewerira
Anta entay zibeluwo Ghud eu ama Eway Ghud Amlak nihizbi Eritrea bimhretika teareko
💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙
Ahh!! Will this dark time pass.???😭😭😭
💙👌🎉🌟💪👊
"ማይ ስርዋ" ንዝፈልጦ ብዙሕ ሕጉስ ጦብላሕታ ዘሕድረሉ ኣብ ኣበባኡን ሓጎሱን ቃልኪዳኑ ዝተቋደሰላ መአንገዲ ኣጋይሽ ቦታ ኢዩ ነይሩ።
ግዜ ተቐይሩ፡ ኣዛብእ ኢሳያስ ዝጓዝሙሉን ንጹሓት ዝጭወይሉን ዝቕጥቀጡሉን፡ ክዝረበሉ ብኣዚዩ ዘጸግም ኣሰቃቒ ቦታ ምዃኑ ልብኻ ይሰብር። ምስ ሕጻናት ደቀን ዝኣስሩ፡ እሞ ኣሕዋትና እሞ ንናጽነት ተጋዲልና ዝብሉ...የሕዝን።
ብዝኾነ ደጊምና፡ እምቋዕ ኣምላኽ ኣውጽኣኪ ይርግሽ! 💙💐💙
Wuzai meat Yirgalem gualei amlak kulu zitebedelkio zama yihabki kemuuwun netom usuratina Isirael amlak yegelagilom rahiwa kirekibu kabzi hargez chekan wulud zezinit zelo fithihi kirekib teakibina kenezidifo terehahiqina tefelalina kinifatet mis seabitu meftouwu koinuwo.
ክብሪን መጎስን ንስዋኣትና ሐይልን ሞጎስን ንህዝባዊ ሰራዊትና ዜና ሐሰና
Eritreaweyan bejakum semewo gode naye Eritrea zeyetenger enmeber zeyetgeber yelen O Amlak redeana hegdef kabe Eritrea tewxela nexar hadera
ይርገኣለም ከም ሽምኪ ርግእቲቲቲ
Ase hasawiii
ወድ ጋላ ተፈቲሑስ የስርሕዎ ኣሎዉ።
ይርላኣለም ሓፍትና ሰለይቲ ምሳኺ ዝተኣሰሩ (እሱራት መሲሎም) ኣጋጢሙኪ ዶ? ገለ መምሃሪ ኣብነት። ምስ ምስጋና
ይርግኣለም ፍስሃ ብምንታይ ምኽንያት ተኣሲራ ብኸመይ ከ ተፈቲሓ ንኽንደይ ዐመት ጸኒሓ
አቲ ይሪጋአሊም ከመይ ሂዊት ተሒሊፊ ዘሊኪ❤❤❤❤❤❤
ብሕቂ እዞም በራዩ ህግደፍሲ ሓንጎሎም ደሓን ገይሩ ኢዩ ኣሰንኪሉዎም።
ብሰንኪ ዘይማዕቡል ሕብረተሰብ ብሰንኪ ድሑር ባህሊ ብግምት ፈንጤዛ፡ ግምት እምነት ትዛዓበየ ድንቁርና ካኣ ሽርሒ ዛኣምኑ ምኻኖም ክጋዙም ዝገበርዎ ንዚ ረሳሕ ስራዓት ንሶም እቶም ዘይሰልጠኑ ሕብረተሰብ እዮም።
ተማሃሩ እሞ ፡ ተማሂርኩም ጥራዝ ምግምጻል ዘይኮነ ዝሕግገኩም ሕግታት ሓንጥጡ.
ይርጋኣለም ሓፍተይ ኣብ ኩሉ ኤርትራዊ ዘሎ ዘሎ በሰላ ኢዩ በሰላኺ አጆኺ ሕጂ ኪሉ ናብተ ዝነበርክያ ሸላ ትኣትወላ ሳዓት ኣኺላላ😭
💙💙💙💙💙💙💙
Solo midia hadiru tezwexe tsbuk neru
Abzi kaa Akele seraye ktblu seb bexbixkum deqalu
ይርግኣለም ፍስሃ ከም ወትሩ ዕድመን ጥዕናን እናተመነኹ፣ ናይ ይርግኣለም እትህቦ ሓሳባት ንዓመታት ሰሚዐዎ ግን ንዓይ ኩሉ ግዜ ሓድሽ ኢዩ። እቲ ዝለዓለ ኣኽብሮት ንዓኺ ይኹን። ናይ ወትሩ ኣድናቒኺ ዋላ ቅድሚ ካብ ቤት መጭወይቲ ህግደፍ ምውጻእኪ።
ብተመሳሳሊ ንኣይ'ውን ከም ሓዲሽ ሰብ እሰምዖ። ወይ ናትና መከራ
Hu
ማይ ስርዋ ግቅሜኺ ርኢናዮ፥ ተማሂርናሉ ክኣ ወጺእና፥ ሃገርይን ህዝበይን ግን ኣይጠልምን። ግሐ፥ህዝቢ የደይቦም እሞ ግልብጥ ኢሎም ክብርታት ህዝቢ ይዝልፉ።
ኤህህህህ ኣብ ምሕሳው መሬት ዝዓረባን ዝኣረገትን መጉሃይት ዘመዳ።
itom ministerat wey abeyty halefty shighirka yifeltudo? betsihomukum yi feltido?
Yerga gal hzbi ❤❤
ኣንቱም ሰባት ጋሃነም ገነት ዝበሃል ኣብ ላዕሊ የለን ወዲ ሰብ ብዝሓስቦም ብዝገብሮም ብዝነብሮም እዩ ጋሃነሙ ን ገነትን 😢
Yrga ❤❤
ካብ ብሱል ጥረ ዝበሃል ከምዚእዩ
ኤርትራውነት ዘሕፍር መንነት እንተብልኩስ ጌጋ ድዩ ዝኸውን?
Ya gega ertrawenet zehferrr mennett aykonnnnn
Merhnet hgedf eyu zehfern gegan ber
እዚ ጎሚዳ ዝብሃል ቅድሚ ፖሊስ ምዃኑ ኣዛዚ ብርጌድ ነይሩ 1999 ክንደይ ሰብ ዝረሸነዩ
ሰላም እቲ ዝጋርም እዚ እንዳሰማእካ ሃገር ከምጽኡ ተሰዊኦም ይበሃለለይ ካብ ኣማኒኤል ጀሚርካ።
Hager kemxiu zereswiu lili 65 000 eyom
Hager amxioma eyum
Msezi nay hgdef merhnet bfilay kab 2000_ 2024
Zerakbbb yeblunn
ጨካን ህግደፍ
ሓለዋ ሰውራ በልዮ ባርባራዊ ስርዐት ይደግምዎ አለው ከምቲ ብማይ ውዑይ ደፊኦም አብ ርእሶም አሳቕዮም ዝቐትልዎም ዝነበሩ ገፋዒ አረሜን ስርዐት
ኣቲ ኣይትምጹ ስለዝበልዎም እዮም
Amaniel,anbesa,blux,eritrawi,gazetenga,eka,ajoka
😢😢😢😢😢😢😢
Samsom wedi keshi wan wedi maytemenay negaday u
ምዓል ዳዊት ሃብተማርያም ሲ ደቂ ሓውበይ ኢዮም ደሃዮም ኣይፈልጥንነይረ ኣቦም ብጓሂ ኢዩ ሞይቱ ኣዲኦም ተኾርሚያ ኣላ ብጣ ዕሚ ኢዩ ዘሕዝን ቅርጸት ኣሕ ምዚ ሰይጣናዊ ህግደፍ።
mejmerjas adengixatni dehar gen mes hager kefresu habira anxar hager mes konet si da shabia si keltifom yom deleliwom nezom hatela
Tesfalem msay neru ati keyh abal 525 neru awetista bdhru wchu shibwo awetista koynu atia shgir ms wchu zteasaser u tesfalem btami hyaway u azi wan wedi Maytemenay u.
ክትጠንት ድሌትዮም 💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜ዘራይ ዘይብሉ ዝፈድ የብሉን አሎምዮም ንተንኮል ዝሌኩካ ዋላ ሓሱ ይብልካ. ንዓይ ቢ 1982ሓሱ አከሙን ውድ ሃብታም ሓዎቦይ ዓብት አንዳሓፍታም ኣሞይ ኣቢ መቐርካ ንሱዳን ክኸይድ ኣቤሎ መጥቃ ንገረና ዝዓይነቱ ኣዝዘሙን ካቢ ኣስመራ ኸይደ ኩሕብር ኣዝዞሙእ ኒ ካቢ መቐርካ ንኣስመራ ካቢ ኒ ኣስመራ ኒ መቐርካ ሕራይ አለዮ ኣስቅቕጠ ተመልሰ ካብኡ ኣንሳሕነ. መኤተውኣታ ክልተግዜ ካብኡ አትመተዋኣታ ዘምታኣለይ ኣቡኡ ነት ሱዳን አዝወድድኣ ሜዘምደቕና ከይከውን አሉን ኣይፈልጥን አሎዩ መትወኣታ መጥቃ ክድዩ ዝብለኒ ዘሎ ኣቡ ነት ሱዳን ዝኸደ ኣይሕዝዎንዮም መን ይዎስፎ ይፈልቱዮም ሽዓብያ ወዲ ምሃሪ ኣሶጉዶ ኣብኡነዩሩ ኣቢ መቐርካ ድሕሪ ናጥነት ተጉሕፉ ሰምዐ. ጅማሕሪ ነዩሩ ብዓል ኪዳነ ኣድገብሩ. 💜💜💜💜💜💜💜🩵🩵🇺🇸🇺🇸🇺🇸🇺🇸💚💚💜🩵🩵🇺🇸🇺🇸💚🌹🌹🌹🌹💙💜💜🇺🇸💚💚🌹🌹🌹💜🩵🩵🇺🇸💚💚🌹👍😊💚💚1984ክጅወ ተስሕተ ሓደ qetilomi😂2ወሲዶም ኣነ ድሕነ. 💜💜💜💜💜💜💜💜💜
Yrgalem habtey nkulu nezi gbrey ekuy kemzi gerki ketekalyo keleki btami tebae eki amilak misaki ykun nayzom kifae tezaribka aywdain eu 2 awebetatey 2010 mis atewu esurbet abey kem zelewu rinyom aynifeltin ena nyzaoms fuluy eyu ezom arawit ezaom wedikom nralu gize yhilu ykowin
Waga mkfal terifna alo ms hgdef fit nfit bkelashin klnrakebelu ymtsae
Ete zekefe serat alemna higdef yebahal
Kofqaf esika dike kid hasawi
Bokre Mebrhtu msay temhiru ab Martin maytemenay ab fit anda amnearegawi beteksiyan u gezom
Bokre anda faguro nerwom , Abu Mebrhtu tsaramat arki aboy ayu Bokre wn areky neru
እግደፍ ሰጣውንቲ ሕማቅ ዛንታ ኤርትራ
ቃላት የብለይን ንይርጋ ክገልጻ፡ በጃኹም ክብሪ ንሃባ፡ እዚ ቁስሊ እዚ ምሽ ክትዛረበሉ፡ ባዕክኻ ከተዘንትዎ፡ ንኽሰምዖ ኣነ፡ ኣዝየ ኢሞሽናል ኮይነ ሓፍ ኮፍ እናበልኩ ኢይር ዝሰምዖ ዘለኹ። ብጣዕሚ ስምዒታዊ ኮይነ፡ እናነባዕኹ እየ ዝጽሕፍ ዘለኹ። ነዚ ኩሉ ጼርኪ ኣፍ ውጹዓት ስለ ዝኾንኪ ይርጋ ሓፍትና ምሉ ግለጺ የብከይን ንዓኪ፡ በቃ ንስኪ ክንዲ እሻሓት ኢኺ፡ ኣምላኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ፡ እምበር እዚ ናትና ነገር ተዛሪብካ ዝውዳእ ኣይኮነን። ኣኻእሎ ይሃባካ ህዝበይ💙💙💙💙💙💙💙💙 ዋዕሮ ሓፍተይ Thanks
ረሳሕ ሀገራዊ ታሪኽ /ሕማም 😭
Rabatt gujile generalat alewu ❤
Journalist Amanuel iyasu wun you deserve deeper appreciation. Edmen tienan yhabka Amlak mis sidraka
Anes kemza halawe kemgele yehelwa do yekona kab solomedia tegeded adeddd
በጃኻ ኣማኒኤል ንይርጋኣለም ቀጻሊ ኣምጽኣያ።ንህግድፍ ምቅላዕ ኣገዳሲ ኢዩ።
ይርጋኣለም ናይ 2017 ቕድሚኡን እያ ኔራ ድሕሪ ይርጋለም ከምገለ ዝወጽ እንተለዉ ተዝዛረቡ እምበር።ክትሰምዖ ከለኻ ግን ካብቲ ኣብቲ ቦታ ዘለዉ ኣብ ቤት ጌርጊስ ዘለዉ እንስሳ ኣጸቢቆም ዝሕሽሉ ከመይ ነቶም እንስሳ ሰብ ይርእዮም እዩ። መንግስቲ ይቕልቦም እዩ። ናይቶም እንስሳ ቤተሰብ ከልበትበት ኣይብሉን እዮም።ምስ ንኣሽቱ ደቀን ዝትኣስራ ኣዴታት እንታይ ክትብሎ ትኽእል፧??
ናይዛ ሐፍትና ታሪኽ ስሚዕኻ እዛ ናይ እብ ኖርዎይ ዝነበርት ደቃ ስንኩላን ገዲፍ ናብ ስላማዊ ስልፊ መፅያ ብዛዕባ እዚ ስርዓት ክትውድስ ክትስምዓ ክልኻ እንታይ ዓይነት ዝይንቡር ናብራ ኢና ንነብር ዘለና እምብር ዶ እዚኦም ሲ እቶም ሆ እናብልና ዝተቀበልናዮም ተጋደልቲ እዮም እርመኔታት ጨካናት ፍጥርት ናይዚኦም ነፃነት ሲ ብኻ ተሪፉና እቲ ዘህዝነካ ግን እቶም ጀጋኑ የህዎትና ንናይ ብሃቅ ፍትሒ ኢሎም እብ እፍደገ እስመራ ዝተርፉ ።
ኢሰያስ ፍሊጶስ ብኻምዚ ጭካነ እዮም ዝሕጎሱ
ተግባራት እሰያስን ስርዓቱንሲ ካብ ሜዳ ኣትሕጆም ኣብልዕሊ ኤርትራዊ ዜጋ ኣዘውቲሮም ዝፍፅምዎ እዩ ፣እቲ ዘሕዝን ግን እዞም ኣብ ኤውሮጳን ኣብ ኣሜሪካን ኮይኖም ነዚ ኣረሜናዊ ስርዓት ከጣቅዕሉን ክስዕስዑሉን ገንዘቦም ሂቦም ከሳስይዎ ዝውዕሉን ዘለዉ እዩ ዝገርም ፣ እነበር እሰያስ ደኣ ደመኛ ህዝቢ ኤርትራ እንድዩ።
Adietat ms deken teasiren alwa genzeb keykefela kiwetsa zeikila..megbi sdraka indatemelalesu iyom zkilibuka intezeyele tchenu....beka abu atikas insisa bet giergis yhshu seb keman zriyom.
ኣብ ግዜዩ ህግደፍ ዘይግበር የሎን ሕማቅ ዞኮነ ኑሱ ጥራይ ኢዩ ዕላማኡ ኢሳያስን ህግደፍን!!!!?
F e r e s gets eyu maeserti,,🦄