🛑 ''ክወልድ ኣይኽእልን'' ተዘካሪት ምስሊ ልቢ ርህሩህ ጅግና ተ/ጋ ማህደር ጉዑሽ ብሂወት ኣሎ
ฝัง
- เผยแพร่เมื่อ 24 เม.ย. 2024
- ንተጋዳላይ ማህደር ጉዑሽ ብሞራልን ብሃሳብን ብቕርሽን ክትሕግዙ እትደልዪ በዚ ቑ.ፅ ስልኪ 0925328448 ክትረኽብዎ ትኽእሉ ኢኹም
ጀጋኑ ተጋደልትና ንሕና ንኽንነብር ንስኹም መስዋዕቲ ከፊልኩም ኣካልኩም ቆሲልኩምን ኢኹም እሞ ዓብይ ክብሪ ይግበእኩም "
ክንዲ ዝከፈሉልና ዋጋ እኳ እንተዘይከፈልናዮም ተሸጊሮም ከይነብሩ ግን ኣድላዪ ሓገዝን ክብርን ክንገበረሎም ይግባእ !!
ንመዳለውቲ ገድሊ Plus ዘለኩም ርኢቶ ንምሃብ ብ0933263830//0987216972 ይደውሉ።
#gedliplus #GedliPlus #GEDLI_PLUS #TDF #ገድሊ_Plus #Tigrigna #gedli_plus
© Copyright: ገድሊ Plus
Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited.
/ gedli.plu
t.me/Gedli_plus
/ gedli_plus - บันเทิง
ንተጋዳላይ ማህደር ጉዑሽ ብሞራልን ብሃሳብን ብቕርሽን ክትሕግዙ እትደልዪ በዚ ቑ.ፅ ስልኪ 0925328448 ክትረኽብዎ ትኽእሉ ኢኹም
ሽኮሪና፣ ብጣዕሚ ደስ በሃሊ እዮም መደባትኪ፣ ቀጽልሉ፣ ግን ኣብ ሚሽጥር ምሕላው ለ እንዳተጠንቀቅኪ፣ ን ኣብነት እዚ ተጋዳላይ ሓደ ብጻዩ "ሰለያ" ከምዝሰርሕ ተዛሪቡ፣ ስለዚ እቲ ወዲ ካብ ሀዚ ንደሓር ስለያ ኣይከውንን ማለት እዩ፣ ተቃሊዑ ኣሎ፣ ትሕዝቶታትኪ ናብ ሚድያ ክተምጽኢ ከለኺ ዝቁረጽ ቁረጺ
@@Tigrgnaጽብቅ ኣለክ ግን ብዙሕ ኣጸጋም ኣይኮነን ኣብስለያ ዝጥቀሙሉ ስማት ካልእ እዩ ።
ነዚ ፀባየ ሰናይ ጅግና ተጋዳላይ ኢደይ ኢድካ ኢልና ነህክሞ
ተጋዳላይ ማህደር ጅግና ወዲ ጀጋኑ እንኳዕ ብሂወት ተረፍካልና ወዲ ሩባ ጅግና🙏❤💛
ጅግናና እንኳዕ ብሂወት ተረፍካ ጎይታዋይ 💊
💘💘💐💐💐💐💕💕💕💕💒💒💒
ሕቶታትኪ ደስ በሃልቲ እዮም ቀፅልሉ ሓፍተይ...ማህደር ጀግና ንበረልና
ጅግና ወዲ ጅግና እንኳዕ ብሂወት ተረፍካ 🙏❤❤
ሩሁሩህ ሰራዊት ትግራይ ጅግና ወዲ ፅንብላ❤❤❤❤
ጀጋኑና ዘልኣለም ኣብ ልብና ኢኹም። ተጋ/ማህደር ሓደ ካብኣቶም ኢኻሞልዑል ክብሪ ይግባኣካ።
ሕርርቲ ትግራወይቲ ጋዜጠኛ ስነስርዓትኪ፣ ብቕዓት ሙያኺ፣ ቁንጅናኺ፣ ኮታስ ኩሉ ነገርኪ ተፈታዊት ኢኺ። በርትዒ ቀፅልሉ።💛❤
enkae bhiwet terefka kubur hawey tebayka kitem behaki🙏🙏🙏🥰🥰🥰
ጀግናና❤እንኳዕ ተረፍካልና
ኣነስ ዛገዝጠኛ ፍትየይ ኩሞቱ ኣለ ደሰ ክብለካ ትሕቲናኣ ሕታተ ዋውው👌😘🥰
ዝሓወይ ጅግና እኳዕ ብሰላም ተመለስካ ውላድ ናይ አምላክ እዩ ፈጣሪ ዝሓዘልካ አይፍለጥን ዋንኡ እኳዕ ተረፈካ ሓወይ ከማኻ ትዝምለስ ክንደይ ምታሓጎስኩ ንኡሰይ ወፂኡ ተሪፉ
ጅግና ተጋዳላይ ማህደር ጉዕሽ ዕድመን ጥዕናን ይሀብካ
ማሃደር ጅግና ፅቡቅ ፃንሕት💊💊💊💊💊💊💊💖💖💖💖💖💖💖
ፍፁም ብቃላት ዘይግለፅ ጅግንነት ኢኹም ሰሪህኹም ጀጋኑ ኢኹም ክብረት ያሃብኩም
ትግራዋይ ኑቁሕ ደስ ክብለካ ክነቅሕ አዛራሪብኡ ደስስ ክብለካ ጀግና ወዲቶም ጀጋኑ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ማዓረይ ❤❤
አሰይ ማህደረይ ጅግና መታዓቢተይ እንኮዕ ብሂወት ሃለካለይ❤❤❤❤❤❤❤❤
ጅግናና እንኳዕ ብሂወት ተረፍካ ጎይታዋይ👍👍👍👍👍👍👍👍💕💖💖💖💕💘💘💙💙💚💛💜💝
ጅግና ወዲ ጀግና ኢኻ ጎይታዋይ❤🧡✊ ዕድመ ይሃብኻ ፈጣሪ 🙏💜
Welcome
ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ዝሓወይ❤❤❤
💛💛💛💛💛❤❤❤❤❤❤
ጅግና ሓውና እንኳዕ ብሰላም ተመለስካ, ጀጋኑ ኢኹም::
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም እግዚኣብሔር ኣምላክ ተጋሩዋይ❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ክብርን ሞገስን ንጀጋኑና
እንኳዕ ብሂወት ተረፈካ ጅግና ናትና❤
🙏🙏🙏🙏🙏🙏
ተጋሩ ንዓኹም ክገልጽ ቃላት ይሓስረን :ጅግና ደቂ ጀጋኑ :ናትኩም ልቦና ፉሉይ እዩ :ሰላምኩም ይብዛሕ 🌹🌹❤️❤️ ካብ ኤርትራ እየ ::
😂
👏❤
❤❤❤❤
ጅግና ሓወይ❤
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤
Like
ጅግና ሓወይ እግዚአብሔር ኣንኳዕ ኣተረፍካ
ጁግና😢🎉🎉🎉🎉
እንኳዕ ብሰላም ተረፍካ ጅግና ሓውና!
ማህደር ጅግና እንኳዕ ብሰላም ተመለስካ
ጀጋኑና ባሓቂ ክብሪ ይግባኣኩም❤🎉
Tigray ab oxwan kebeban tigray tesor 💊 💊
ኣነ ናይ ኩሉ ግዜ ተኻታተሊኹም እየ ግን ሓንቲ ሪኢቶ መደባትኩም ኣብ ሰሙን ሰለስተ ገዜ እነተትገብርዎ❤❤❤❤
Enqae bhiwet terefka zhawey
❤❤❤❤❤ ጅግናዋ እንኻዕ ሃለካ
😊😊
ጅግና ወዲቶም ጀጋኑ ጎይታዋይ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
I love Tigrayans kindness I am proud of Tigray legacy by carrying prisoner of war . TDF continues Tplf legacy. Tigrayans have golden history of respect and caring human beings. I’m proud by TDF kindness, compassion ,generosity and patriotism. Tigray prevailing
ጅግና ተጋዳላይ፡ መርኣያ ኩሎም እዩ። ኣገላልፃ ሓሳባቱ ደስ ክብለካ 👌💕❤
😢😢
ጅግና ክቡር ሓውና እንኳዕ ብህይወት ተረፍካ እግዝኣቢሔር ኣምላክ ምሕረት የውርደልካ🙏❤❤😥
❤❤❤❤❤❤
ሰላም ማሃደር ሓወይ
ጅግና ❤
Tigray ab oxwan kebeban tigray tesor 💊 💊
😇♥♥♥
❤❤❤❤❤እንኳዕ ብሂወት ተረፍካ ጅግናና❤❤❤❤❤
Dear Tgadaly Mahder, thank you for your service. I have a question for you, why you gave the bottle of water to our enemy? I hate to see this picture?
Long live brother, long live for your kindness. By the way all Tigrans are kind people. Long live.
Tegaru❤
❤
Tegadalay bihiwet alo mibal gdefwo kulu zmote aytemslu
❤❤❤❤❤
Geganu🙏😘
Lioli1.8milion atfikum temliskum memhdar Ethiopia tigray ab oxwan kebeban 💊 💊 💊
✊✊✊✊
❤️❤️❤️😍😍
Thank you TDF Mahder🙏🙏🙏🥰🥰🥰🥰
😢😢😢
Shefatu dedebit
ጎይታዋይ❤😢👏😢
❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
ጋዜጠኛ ግን ገራሚት ኢኺ ኣንደበት ኣቀራርባ ስነ ስርዓት ርግዓትኺ ጎበዝ ቀፅልሉ
❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
አጀካ ዝሓወይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
Hawey marey lewhatka ab getska ynbeb Ajoka Ajoka Adnan Selam entekoyna kdmiya njeganuna ❤❤❤❤❤
ተባዕ ወዲ ወይን
Terfi duran lioli1.8milion helkit temliskum tigray ab oxwan kebeban 💊 💊
❤❤❤❤🌷🌷🌷🌷🌷🙏🙏🙏🙏🙏
ጀጋኑና መን ከማኩ❤❤❤❤❤❤
ክብሪ ንዓኹም ጀጋኑና❤❤❤
🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰
ጅግና ናይባሓቂ
እንኻዕ ብሂወት ተረፍኻ ማህደር ጅግና ሓወይ ❤❤❤ተጋሩዋይ ለዋሃት ረሳዕቲ ኢና እዝኹሉ ግፍዒ ረሲዕናዮ ኢና ዘለና የሕሞሎ እዩ ዝመስል ገፁ ይምስኽር ጎይታዋይ😢😢😢
🧡🧡🧡❤️❤️❤️👊👊
እንካዕ ብሰላም ተረፍካ ❤🎉🎉🎉
Very humble person Jegna
❤❤❤❤❤❤❤❤እንካዕ ሰላም ወፃኻ
ጅግና እዚ ሓወይ❤💛🙏🏻
እንዃዕ ብሂወት ተረፍካ ብሩኸይ❤
ጎታዋይ ❤❤❤❤❤
እንኳዕ ብሰላም ተረፍኻ
እንካዕ ሃለካ ጅግናዋይ ሓውና❤❤
Kbri neaka TDF
Ata jegna kibur hawna salakum qinie elna. Tdf ❤ever ❤❤ always in our hearts 💕 💞.
Enkae biselam mexika jigna hawina ❤❤❤❤
ጀጋኑና 💪💪💪💪💪💪❤💛❤💛❤
💋💋💋💋💋💋💋💋💋💋💋💋💋💋💋💋💋💋💋💋💋💋💋💋💋ማህደር ጅግና 🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘
ናይ ትግራዋይነት ኩርናዕ
አጆኻ ጅግና ወድ ጅግና
🙏🙏🙏❤❤❤❤❤
ጅግና ወድ ህዝቢ💊💊💊💊
ጅግና ተጋዳላይ እንካዕ ብሂወት ተረፍካና🌹
ክብሪ ንዓኩም ሕያዎት😢ተጋዳላይ ክርኢ ከለኩ ንብዓት በቃ 😢💙ንዝተሰውኡለ መስዋእቲ ቅዱሳን ይግበረሎም😔💔
ኣነውን ንብዓት እዩ ዝቕድመኒ ካብ ኤርትራ እየ 🌹❤️💙💚💙
@@meharifrewoyni9402 አጆና ፍትውተይ😘 ማንም ሰብ ናብዚ ምድሪ ክነብር አይመፀን እኳ ዳኣ ነቶም ክፍእ ዝገብሩ አምላክ ይቅረ ይበለሎም እንበር ነቶም ስውኣትስ ንህዝቦምን ሃይማኖቶምን ዝወፁ እዮም ሰላሙን ሓድነቱን ካኣ ይልአከልና
❤❤
ጅግና❤