Tigray Media Network ጌታቸውን ረዳን ጀነራላት ህወሓትን //አሸንዳ ትግራይ Jul 20, 2024

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 14 ต.ค. 2024
  • #ethiopia #tigrai #eritrea
    Well Come To Tigray Media Network TH-cam Channel Like Share Subscribe

ความคิดเห็น • 125

  • @yonasmokonen7133
    @yonasmokonen7133 2 หลายเดือนก่อน +20

    ናይ ግዜ ሕቶ ኢዩ ንናቱ ብኻ ስሚዕናዮ ትብልሉ ግዜ ኣብ ሓጺር ግዜ ክመጽእ ኢዩ ፡ ተስፋ ይገብር ተጋሩ ከይደንጎኹም ክትነቅሑን ክትስምዕዎ ንናቱ፡ ናቱ ብራቮ

  • @GebreabTadesse
    @GebreabTadesse 2 หลายเดือนก่อน +1

    ብስ ሚድያ ትግራይ ፀ
    ላኢ ትግራይ ኩሉና ከተባለዕና ትድሐየና ሰብ ኢኻ ትመስለኒ

  • @abebeabrha-pc1cr
    @abebeabrha-pc1cr 2 หลายเดือนก่อน

    ብጣዕሚ የሕዝን

  • @hanamasho3158
    @hanamasho3158 2 หลายเดือนก่อน +3

    Edmen tenann yebzahlka natu 🙏🏾❤️🇪🇷🙏🏾❤️🇪🇷❤️🇪🇷

  • @GoitomAlemie
    @GoitomAlemie 2 หลายเดือนก่อน

    ጠቅልልካ ትግራይ ክተፍርስ እዩ ዓላማኻ

  • @himanteklemariam8749
    @himanteklemariam8749 2 หลายเดือนก่อน +1

    ❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️

  • @andetseiengebremical71
    @andetseiengebremical71 2 หลายเดือนก่อน +4

    መስሓቅ ዝኮነ ህዝቢ ጸላኢኡ ዘይፈልጥ ዝኮነ ህዝቢ።

    • @freezerebafree6278
      @freezerebafree6278 2 หลายเดือนก่อน

      That’s too much! people are chained and shackled otherwise some are ok with it some aren’t.

  • @rimabrahamrim7537
    @rimabrahamrim7537 2 หลายเดือนก่อน +1

    Ajoka qexlo ❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉

  • @klant17denbosch44
    @klant17denbosch44 2 หลายเดือนก่อน +1

    ናትናአል ብጣዕሚ መደባትካ ጹቡቕዩ ቀጽሎ ሓንቲ መብሩሂትግን ካሓተካ ስለምንታያ ወያነ ነቶምባዕላ ዝቐተለቶም ሓወልቲ ትገብረሎም ናኣብነት ሆስፒታል ሻረ ብሱሑልይጽዋዕ ኣብሽረዉን ሓወልቲ ጀነራል ሓየሎምኣሎ በርሀሻዕብያዉን ሓወልቲ ተሰሪሑሉ አንታዩቲ ምኽንያትባ ኣብራሃልናናቱ 🌳 🌳 🌳 🌳 🌳 🌳 🌳 🌳 🌳 🌳 🌳 🌳 🌳 🌳 🌳

    • @netsanettdf9263
      @netsanettdf9263 2 หลายเดือนก่อน

      ባዕኻኽ ባንዳ መዓልትኹም ተፀበዩ

    • @BereketJr
      @BereketJr 2 หลายเดือนก่อน

      You are the traitor to support an inside devil​@@netsanettdf9263

  • @wediere2238
    @wediere2238 2 หลายเดือนก่อน

    ናቱ ኣንበሳ ዘይሕለል ተቓላሳይ❤❤❤🌷ህዝቢ ትግራይ እንዳተረዶኦ ይመጽእ ኣሎ ኣምላኽ ይሓግዞ ምሽክኖት ኣዴታት ደቀን ሲኢነን ሰላም ከኣ ሲኢነን።

  • @tekleredie9259
    @tekleredie9259 2 หลายเดือนก่อน

    Selam yewrdelna nkulu alem❤🇪🇷🙏🙏🙏

  • @SemereMiruts
    @SemereMiruts 2 หลายเดือนก่อน +1

    ዎ ብሓደ ሰብ ምክንያት ንኹሉ ምፍራጅ ፅቡቅ ኣይመስለንን

  • @عبدهابراهيم-ل1ج
    @عبدهابراهيم-ل1ج 2 หลายเดือนก่อน +4

    ብትክክል ጀነራላት ትግራይ 50 ንትግራይ መጥምጦማ እዮም ጅነራላት ትግራይ ረብ ያጥፈኣዮም ያራብ

  • @christinamengis2721
    @christinamengis2721 2 หลายเดือนก่อน +2

    Natu abi seb❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @MengsteababrhaSbhatu
    @MengsteababrhaSbhatu 2 หลายเดือนก่อน

    Anta ብተወልደ እምበብ ትጅምር ትጅምር
    ያ ናቱ ሓወይ.

  • @yemeserachyirgu1737
    @yemeserachyirgu1737 2 หลายเดือนก่อน

    Thanks nati

  • @AmaneaiaberahaGberaslasa
    @AmaneaiaberahaGberaslasa 2 หลายเดือนก่อน

    ብትኽክል ገሊፅካዮም

  • @jsogt8786
    @jsogt8786 2 หลายเดือนก่อน

    Welcome Nati

  • @BeyeneTekie-f4j
    @BeyeneTekie-f4j 2 หลายเดือนก่อน

    ናቱ ጅግና ሽግር ህዝቢ ትግራይ ሄዚውን አይተወደኤን ድዩ

  • @M12-l8e
    @M12-l8e 2 หลายเดือนก่อน +1

    ኑቑሕ ህሊና አለካ

  • @HHHH-p5b6d
    @HHHH-p5b6d 2 หลายเดือนก่อน +2

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷🎉🎉🎉👍👍

  • @ameritreangitsatse9249
    @ameritreangitsatse9249 2 หลายเดือนก่อน +1

    መርሓባ ናቱ

  • @Fth1919
    @Fth1919 หลายเดือนก่อน

    ትግራዋይአይኮንካንፀረተጋሩ ሓሳብእዩዘለካ

  • @nigistighebreab6342
    @nigistighebreab6342 2 หลายเดือนก่อน +1

    🎉❤🎉❤🎉❤🎉Natu goiyta haki❤🎉

  • @tsegaande9299
    @tsegaande9299 2 หลายเดือนก่อน +1

    😍💯💯💯

  • @fisshadesta
    @fisshadesta 2 หลายเดือนก่อน +2

    ብመራሕቲ ህወሓት ግን ንዓረር ኢና ተፈጢርና

  • @lettetecle4258
    @lettetecle4258 2 หลายเดือนก่อน +1

    🙏🙏🙏🙏

  • @nigistighebreab6342
    @nigistighebreab6342 2 หลายเดือนก่อน +1

    Natu delaiy Sielamm👏👏👍

  • @fesahayeandiyes5050
    @fesahayeandiyes5050 2 หลายเดือนก่อน +1

    Wwwwwwaw thanks for your job until this time kibrin hagosin neaka ykun NATU 🎉🎉🎉❤❤❤

  • @klant17denbosch44
    @klant17denbosch44 2 หลายเดือนก่อน +1

    ገታቾዉ ዓንጋርስ ካብተጋጊናኢናን ይቕረበሉልናን መግለጺሓሊፉ ትርጉምየብሉን ከልቢብልጽግና ።

  • @klant17denbosch44
    @klant17denbosch44 2 หลายเดือนก่อน

    ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ብመጀመርያ መሰልና ይታሓሎብምባል ናብኣሽንዳ ክወጻኣይግበአንን አዚኣንገዛአርአሳ ዓባይን ትርጉምዘለዋን ሰላማዊ ሰልፊ ምታሓስበት ኣበይሞ ርአሲየለን ብጀካኣብርአሲ መኻብር ደቁን ኣሕዋቱን ምስዕሳዕ ኣስፊሑዛሓስብየለን ።

  • @Wendmu-h7b
    @Wendmu-h7b 2 หลายเดือนก่อน +1

    Selam Natu hawey abo,selam haqin fthin ❤❤❤

  • @yonastamrat5417
    @yonastamrat5417 2 หลายเดือนก่อน

    ብድኽመታት ናይ ወያነ ይኹን ብድኽመታት ናይ ብልፅግና ተፀንቢልካ ዝግበር ግፍዕታት ናይ ሻዕቢያ ክጠናኸር ምፅዓር ብሕጊ ይኹን ብታሪኽ ተጠያቂ ከምዝገብረካ አይትጠራጠር።

  • @TekleTukue
    @TekleTukue 2 หลายเดือนก่อน +5

    ጥልመት, ስርቂ, ሓሶት, ፈኸራ, ጃህራ, ብድኤ, ዓመጽ, ልመና, ሕስድና, ክድምና ዝሕላገቱ ወያነ, ንህዝቢ ትግራይ ለክሙ ከምዝጠፍአ, ናይ ታሪክ ግድነት አዩ,

  • @TeweldeGebrealfa-co4ue
    @TeweldeGebrealfa-co4ue 2 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤selam hawey natu kemeleka Ane tewelde hawuka eyu medebatka btaemi des eyu zbleni Hade gna khateka natu hawey: bzaeba medhn tgebrom kale meteyek selamtay eya nselam zekewn zeythatt?Anes keterakbena bmesnjger mfetuku bzay zkone skfta mtezararebna

  • @gebreselassiezemariame9788
    @gebreselassiezemariame9788 2 หลายเดือนก่อน

    እከይ‼️‼️‼️‼️‼️

  • @Alihaidar-jm2re
    @Alihaidar-jm2re 2 หลายเดือนก่อน

    ዓረረ ዘይብልካ ጥፋእ ቀይሮ እቲ ደርፊ

  • @weldeabmengesha1128
    @weldeabmengesha1128 2 หลายเดือนก่อน +1

    ንትግይ ግዱስ ትመስል?

  • @DumbeshaGela
    @DumbeshaGela 2 หลายเดือนก่อน +2

    የትግራይን ወርቅ እብይ ከሚስርቀው የትግራይ ጄኔራሎች ቢዘርፋት ይሻላል. ቢያንስ ተወላጆች ናቸው. የትግራይን ሀብት ለትግራይ ህዝብ መጠቀመያ እንዲሆን ከተፈለገ ከአማራና ከኤርትራ ህዝብ ጋር በመተባበር መቀሌና አዲስ አበባ ያሉትን አስተዳደሮች ማፍረስ ይገባል

  • @KiflomGebreegziabher-q7g
    @KiflomGebreegziabher-q7g 2 หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉

  • @JamilaMohamed-w9e
    @JamilaMohamed-w9e 2 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤❤

  • @Kassaye-er2it
    @Kassaye-er2it 2 หลายเดือนก่อน +1

    Ene.y of tigraye

  • @SbagadisGuangul
    @SbagadisGuangul 2 หลายเดือนก่อน

    ገራሚ ሰብ ኢኻ እቲወርቂ ይኹን ሓፂነመፂን ውልቀ ሰባት እዮም ሒዞሞ ዘለው ሓልዮት ተዝሕልዎም ንምንታይ ንዝተፈናቀለ ሕዝቢ ዘይ ሕግዙ ሎሚ ይኹን ፅባሕ ግዝያዊ መንግስቲ ንሕዝቡ ጠጠው ዝበለ መንግስቲ እዩ

  • @abelataklti107
    @abelataklti107 2 หลายเดือนก่อน

    Men eka wedey.semay kirbu

  • @johonyebyo9956
    @johonyebyo9956 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @HailuAbreha
    @HailuAbreha 2 หลายเดือนก่อน +1

    ዘረባካስ ናይ ሻዕብያ እዩ ዝመስል::ንደመቀ ኣድኒቕካ ጀነራላት ተቃልል ድሁል ወነ ዘይብሉ ኣፍ ጥራሕ ዘለካ ሰብ ኢኻ::ጀነራላት ምስህዝቢወጊኖም ህዝቢ ሙሉእ ብሙሉእ ካብ ምፅናት ዘድሓኑ እዮም ስለዚ ኣብዪ ካብ ዝወስዶ ንሳቶም ይውሰድዎ::ትግራዋይ ከምኡ ታሪክ የብሉን ንስኻ ብኸባብያዊ ዝዓወርካ ንትግራይ ፅቡቕ ራኢ ዘይብልካ ህግደፍን ታሪክ ዘይትፈልጥ ሰብ ኢኻ እሞ ሰማዒ የብልካን::

  • @SolomonGebremaram
    @SolomonGebremaram 2 หลายเดือนก่อน

    Bezaba adeka gebar hasawil resah

  • @hintsareda4945
    @hintsareda4945 2 หลายเดือนก่อน +2

    እዚ መደብካ ፈትዮ ኣለኩ ይቅርታ ሽምካ ግና ኣይፈልጦን በይዘካ እባ ንገረኒ

    • @freezerebafree6278
      @freezerebafree6278 2 หลายเดือนก่อน +2

      Nathanael bruk seb u

    • @akberetgezae4694
      @akberetgezae4694 2 หลายเดือนก่อน

      እታ ሹሙኩ አብስሪን ኣላትከ ወይስ????

  • @almazalazartewolde1289
    @almazalazartewolde1289 2 หลายเดือนก่อน +1

    Nibeal, yemane, (Nokia) Zibluwo Hawom, wediadom, nihizbiTigrei, kihigiz, miskede, Atfiomoiyom, Intayiom, Deliyomo, Nezihzbi????

  • @endadago
    @endadago 2 หลายเดือนก่อน

    እንታይ ማለትካ እዩ?ገበነኛታት ክሕተቱ የብሎምን ማለትካ ድዩ?ኣብ መሬት ይኹን ኣብ ሓፂን ኣብ ጨው ይኹን ኣብ ረዲአት ጉሕለት ዝፈፀመ ኩሉ ዝኾነ ሓላፍነት ይሃልዎ ብሕጊ ክሕተት ኣለዎ።

  • @yohanneszerazion1614
    @yohanneszerazion1614 2 หลายเดือนก่อน +1

    ASHENDA..??? 😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂Zgerm

  • @FanaTewelde-i5e
    @FanaTewelde-i5e 2 หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤❤🎉🎉🎉🎉🙏🏻🙏🏻🙏🏻🙏🏻💋💋💋💋💛

  • @hailetecleselasie5983
    @hailetecleselasie5983 2 หลายเดือนก่อน

    Ata ezom mis eritrea zaihureku selam kinrekib ezibi tigrayen ezibi eritrean selam keliomuna eko denakur

  • @luwamlove
    @luwamlove 2 หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤❤😂😂😂🎉🎉🎉🙏🙏🙏👍👍👍🌹🌹🌹❤️❤️❤️

  • @yabb5740
    @yabb5740 2 หลายเดือนก่อน

    ድሁል 12:33

  • @MengsteababrhaSbhatu
    @MengsteababrhaSbhatu 2 หลายเดือนก่อน

    እትይ ኦርኒክ እኮ 1987 ኣብ ክርቱም ሓደ ጀርመንዊ ሒዙዎ ማኪና 2 ጎማ ነፍጽዎ ረኺበዮ ነትይ እፍሪ ትን ከነውጽኦ እይከኣልናን ማኪና ካብ መጠን ንላዕሊ ከፍት ምስ ኣበሎ ናብ ሜሬት ዛሕ ስለዝነበረ ኣርና የ እ ትናዮ ብጫ ካርድ እ ዩ ኣብኡ ሰ ም ዕድመ ጾታ ኣብኡ ትሶሕፉ ነይሩ itwas to lite to register at tha time natu.

  • @MengsteababrhaSbhatu
    @MengsteababrhaSbhatu 2 หลายเดือนก่อน

    50 ዓመት ዝሰረቅናሉ!!!!!

  • @mekidana315
    @mekidana315 2 หลายเดือนก่อน

    ክንደይ ዝኾረየ ኢናሞ ክንጥር??

  • @BKMGA
    @BKMGA 2 หลายเดือนก่อน

    ዘይበዓልኪ የኩን.

  • @NiguseBahre
    @NiguseBahre 2 หลายเดือนก่อน

    ከመይ ዝበልካ ፍጥረት ኢካ ሓወይ

    • @freezerebafree6278
      @freezerebafree6278 2 หลายเดือนก่อน +2

      Jegna biruh hangol zelewo kubur Tigraway u!

  • @اللاال-ص8ه
    @اللاال-ص8ه 2 หลายเดือนก่อน

    ata thelaey tigery

  • @AsdfghZxcv-jl8vk
    @AsdfghZxcv-jl8vk 2 หลายเดือนก่อน

    ብሱል ዘረባ ኢኻ ተዛሪብኻ ታሞ ሓደ ሓደ ምድያ አለው ውድብ እና ልውልቀሰባት ዝድግፉ አለው ላሓስቲ ዝኾኑ

  • @kaprino
    @kaprino 2 หลายเดือนก่อน

    እንታይ ዩ እቲ ቋንቆኦም ዘይርዳኣካ ግን?

  • @big_nate25
    @big_nate25 2 หลายเดือนก่อน

    NATU ANBESSA ABO SELAM ⚘️⚘️⚘️⚘️💯💯💯💯💯💯Natu Banda🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣😂

  • @hintsareda4945
    @hintsareda4945 2 หลายเดือนก่อน

    ኣእምሮ ትግራዋይ እኮ ብሰነኪ ውድብናን ዝይንድይቦ ጎቦነን ዝሽምደደ ከድረ ክምሽንቲ ግመል ካብ ዝኮውን 50ዓመታት ኣቁፂሩ ኣሎ

  • @dejenzeray6875
    @dejenzeray6875 2 หลายเดือนก่อน

    ata resah bareya aymlkteka derbay lezaye

  • @kaprino
    @kaprino 2 หลายเดือนก่อน

    ለለዎ ለይብሉ😂😂

  • @letinagimie539
    @letinagimie539 2 หลายเดือนก่อน +2

    Natu hawey selam selam

  • @berhanezegeyetv9977
    @berhanezegeyetv9977 2 หลายเดือนก่อน

    ❤️❤️❤️❤️💯💯👍💯👍🎉🎉🎉❤️❤️

  • @ayeleraberra4338
    @ayeleraberra4338 2 หลายเดือนก่อน

    Why don't you invite Dr Dejen of weyean?

  • @abduja460
    @abduja460 2 หลายเดือนก่อน

    ናቱ ሓንቲ ነገር ኣላ ኢቲ ፈደራል ኣብ ጊብር ክልል ዝረኽቦ ኣታዊ ባጀት ክስልዕ ንትግራይ

  • @Fth1919
    @Fth1919 หลายเดือนก่อน

    ሻዕብያትመስል
    ወራኻፍሱስእዩ

  • @kibromsolomon5613
    @kibromsolomon5613 2 หลายเดือนก่อน

    Nati...nab Asmara zehademu eqba zehatetu alewu zbl zereba alo

  • @yohanneszerazion1614
    @yohanneszerazion1614 2 หลายเดือนก่อน

    😂😂😂VODKACHEW. Wana Kelbi nay ABUSH iyu... Chobbb... Trah iyu zxbe!!! 😂😂😂

  • @atakltikassa7296
    @atakltikassa7296 2 หลายเดือนก่อน

    Anzare

  • @MengsteababrhaSbhatu
    @MengsteababrhaSbhatu 2 หลายเดือนก่อน

    መታለሊ ጌና ተታልል ኣሎካካ ህዝቢ አርትራ ክውዳኤ ትደሊ ዝነበርካ እሞ ይሎን ጤል. ንሕና ግን ንህዝቢ ክጸንት እይንደልን ንስኻ ግን ለተዎርቂ ተተምንካ እይትሓፍርን ዲኻ ኸ ከምዚ ዶ ይባሃል ኢዩ.

  • @solomontadele9166
    @solomontadele9166 2 หลายเดือนก่อน

    ሓሻዊ ኢኻ እንዃዕኻ ረኣናዮ። ርኹስ ወዲ ርኹሳት ተረፍ ሻዕብያ መርዚ።

  • @LevisGumboshirket
    @LevisGumboshirket 2 หลายเดือนก่อน

    Zateklom sanom natu jagn kkkkkkkkkk

  • @LoveEri-z4u
    @LoveEri-z4u 2 หลายเดือนก่อน +1

    ራያዋ፡ ከም ቀደምካ ዎሎየ፡ ክልል ኣምሓራ ምዃን ይሕሸካ።
    ትግራዋይ ምዃን፡ ነቲ ሃብታም ጋሻ መሬታ ሸይጦም ክማቀልዎ እምበር ትረብሖ የብልካን።

    • @GEB301
      @GEB301 2 หลายเดือนก่อน

      ኣንታ ሓፃቢ ማሕቡስ ጣልያን ናይ ባዕልካ ግበር።ጋዕ ገልጠም ነገር ኢኻ!

  • @muluemeles7487
    @muluemeles7487 หลายเดือนก่อน

    ሐሳዊ ዕሰብ

  • @CheerfulArcticBirds-md5qy
    @CheerfulArcticBirds-md5qy 2 หลายเดือนก่อน

    Ye shabiya telalaki betam yetawkibhal hodam ante ye tegrayen genraloch lemtechet minime morral yelehime

  • @YibrahGebreMedhin-ll8sy
    @YibrahGebreMedhin-ll8sy 2 หลายเดือนก่อน +1

    ከንደይ ትሕሱ ከባይ ዝተፈጠረካ ወስላት ሚድያ ኢዩ

  • @azmeragegziabher-yw1fe
    @azmeragegziabher-yw1fe 2 หลายเดือนก่อน

    ትርቡዕ።

    • @isayasambasager2453
      @isayasambasager2453 2 หลายเดือนก่อน +2

      WXIY ANTIY SHARMUTA RESAH GALA SEREQTIY HZBOM BANDATAT SHAFATU RESHAT WEYANE MELMEXIT SHEHANIY CADRE WEYANE DENQORO

  • @GEB301
    @GEB301 2 หลายเดือนก่อน

    ናይ ጌታቸው ረዳ ኣካውንት ኣይኮነን ኣይትሓሱ ኣይተደናግር።

  • @Haftayekubamichael
    @Haftayekubamichael 2 หลายเดือนก่อน

    ሸያጢ ዓዱ እቲ ገባር ትግራዋይ ፖለቲካ ይዓፃፅፈካ ምኻኑ ፍለጥ ።እዙይ እዩ ዝጠቅም ዘይቡሉ ዓዘር ቆዘር አይትበል

  • @gebreslassiekasa461
    @gebreslassiekasa461 2 หลายเดือนก่อน

    አንታ ሐሳዊ ዘርዑ ናይ ስዩም ሐው አይኮነን

  • @abebekesete
    @abebekesete 2 หลายเดือนก่อน

    ዋይ ኣብዚ ኣለኻ ፋራ ንባዕልኻ ሓቢእኻስ ኣብ ትግራይ ዘሎ ኩነታት ክትነግረና እኒ ሓጎስ ቸችሒ እኒ ሹሻይ ጨው እኒ ብርሃነ ድኣ ንምንታይ ኣይተጠየቑን ኢልካ ዘይትሓትት ፈርሲ ነገር ኢኻ

  • @NegashGmedhin
    @NegashGmedhin 2 หลายเดือนก่อน

    መን ትበሃል ንስኻ ?
    ዳግማዊ አርአያ ብልፅግና ዝበኸተ ትግራዋይ ጋዜጠኛ !

  • @hailutadesse2230
    @hailutadesse2230 2 หลายเดือนก่อน

    እምበርከ ትግራዋይ ድዩ 'ዚሰብ?!

    • @GEB301
      @GEB301 2 หลายเดือนก่อน

      እዙይ ናይ ህግደፍን ፒፒን ኣፈ ቀላጤ እዩ።

    • @mebrattesfay5436
      @mebrattesfay5436 2 หลายเดือนก่อน

      Natinael Wed isaias eyu🇪🇷🤣

  • @teklehiwottareqegnteklay
    @teklehiwottareqegnteklay 2 หลายเดือนก่อน

    ፍርቂ ሚሊዮን ሰራዊት ካበይ ዝመፀ አይትሃሱ

  • @netsanettdf9263
    @netsanettdf9263 2 หลายเดือนก่อน

    ዓብይ ኸብዲ በይዛ ጀነራላትና ጋሕ በል ኣታ ኣድጊ 🤮🤮🤮

  • @weldeabmengesha1128
    @weldeabmengesha1128 2 หลายเดือนก่อน

    ትግራዎት ክተባዕስ ትፅዕር አለኻ :ታዓገስ!

  • @gebretsadik-cv1ir
    @gebretsadik-cv1ir 2 หลายเดือนก่อน

    ኪድ በካዕ ! ኣብ ግዜያዊ መንግስትን ወዲ ወረድን ኣፈላላይ ንምፍጣር እትረኽቦ ፖለቲካዊ መኽሰብ የለን ! ካልእ ትግራይ ኣብ ትሕቲ ኢትዮጵያ ኣስካብ ዘሃለወት ወዲ ወረደ ጠብቃ ኢትዮጵያ ክኸውን ግድን እዩ ምኽንያቱ ምምሕዳር ግዜዊ መንግስቲ ትግራይ ተፀዋዕነቱ ንፌደራል እዩ ስለዚ ሓቢ ጨው ይሽጥኻ ብዛብ እንደርታ ኣንታኖኻ ገደሰካ ? ረሳሕ

  • @NegasiFsha
    @NegasiFsha 2 หลายเดือนก่อน +1

    ዘረባኻ የዔሪ ሐሳዊ ለይባአኻ ንስኻ ዘጣቕ ህዝቢ ትግራይን ዳዲያስፖራን ኣሎ ለማኒ እኻ ለምንካ ብላዕ ላይክ ግበሩለይ በል

  • @ZemenfesHailu-ee3jk
    @ZemenfesHailu-ee3jk 2 หลายเดือนก่อน

    ከመይ ዝበልካ ሓሳዊ ኢኻ ወደይ?

  • @KirosTadele
    @KirosTadele 2 หลายเดือนก่อน

    ኣታፈላላይ ኢካ

  • @NegashGmedhin
    @NegashGmedhin 2 หลายเดือนก่อน

    ከም ሰብ ሕፈር !
    ዝወሃበካ ዘሎ ግብረመልሲ አንብብ ፤ ድንቁርናኻ ገደብ ግበረሉ ።

    • @luwamlove
      @luwamlove 2 หลายเดือนก่อน +2

      ዝወሃቦ መልሲ? ኣቦ ሰላም ይበሃል.

  • @SolomonBaikedagn
    @SolomonBaikedagn 2 หลายเดือนก่อน

    ምትቻው ቀሊል እዪ ክከውን ዘለዎ ጥራይ ተተውሪ የሐይሽ ሰባት አናለዐልካ ምውቃስ አይጠቅምን ጀልአብ

  • @abelataklti107
    @abelataklti107 2 หลายเดือนก่อน

    You are not tigrawy.completely. esub Telalaki banda.

  • @JdfFeer
    @JdfFeer 2 หลายเดือนก่อน

    ሓሰዊ ኢካ