ไม่สามารถเล่นวิดีโอนี้
ขออภัยในความไม่สะดวก

ኣብ ቁፅፅር ዝወዓሉ ዝርዝር ወፂኡ/ መግለፂ ድጋፍ ህወሓት [ሎማዓንቲ] /ኢሳያስ ንኲናት ንዳሎ ኣለና ኢሉ [መግለፂ] / tigray

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 13 ก.ค. 2024
  • #tigray #tigraynews #tigrignamusic #ethiopia #ethiopianews #ሰበርዜና #ሰበር

ความคิดเห็น • 123

  • @FilimonYonas-ex4fv
    @FilimonYonas-ex4fv หลายเดือนก่อน +4

    መነ መን እዬም ዘርዝሮም እዝማ ሰምዕናዬ ዜና እዩ ተጠንቀቅ ኦዴንስ ከይትስእን።

  • @user-bg4is7bv7n
    @user-bg4is7bv7n หลายเดือนก่อน +2

    ብጣጣጣዕሚፅቡቅ !!!!!
    ጠላማትህዝቢ ይትሓንቂ።

  • @teklebrhanmezgebe2712
    @teklebrhanmezgebe2712 หลายเดือนก่อน +8

    በርትዕ ዝወደይ

  • @user-nq1gm6rf3u
    @user-nq1gm6rf3u หลายเดือนก่อน +3

    በርትዕ ❤❤❤❤❤ሓቂ ምሳካ ኣላ

  • @MeriZelmaem
    @MeriZelmaem หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤ ጅግና በርትዕ ናፌስብካ ቤች ኹላይ ታይ ይብል 🙏🙏🙏

    • @NatnaForum
      @NatnaForum  หลายเดือนก่อน

      ሀገር ተኽለብርሃን እዩ ዝብል።

  • @KflomGs
    @KflomGs 20 วันที่ผ่านมา

    በርትዕ
    ገን ንህዝብን ህዝብን
    ዕለት/ወርሒ/ዓ.ም ድማ ፀሓፈሉ ።

  • @zamzammohammed9789
    @zamzammohammed9789 หลายเดือนก่อน

    ፁብቕ ስራህ እዩ ❤❤🎉🎉

  • @elaela671
    @elaela671 29 วันที่ผ่านมา

    በርተዐልና ወድና

    • @NatnaForum
      @NatnaForum  29 วันที่ผ่านมา

      ክብረት ይሃበልና

  • @frebmeskel8417
    @frebmeskel8417 หลายเดือนก่อน +1

    አበይ ዳአ አሎ እቲ ዝርዝር?

  • @saratarekgne864
    @saratarekgne864 หลายเดือนก่อน +2

    Viva gache❤❤❤

  • @desalegngebre-ym6gk
    @desalegngebre-ym6gk หลายเดือนก่อน +1

    በዚዓ ቐፅል ንኹለ ወገን ቓንጪ ቀፅል።

  • @AkfauAkfau
    @AkfauAkfau หลายเดือนก่อน +4

    ብጣዕሚ ፅቡቅ ሰራሕ ❤❤❤🎉🎉🎉

  • @user-nr4xi5oy9q
    @user-nr4xi5oy9q หลายเดือนก่อน +1

    ኣንታ ኣይትሓፍርን ዲኻ ፕ/ኢሰያስ እኮ ብትግሪኛ እዩ ተዛሪቡ ሓንቲ ቃል ከምዚ ንስኻ ትብሎ ዘለኻ የለን ፕ/ኢሰያስ ንሰልጠንቲ ማእከል ጌሩ እዩ ተዛሪቡ።ብዛዕባ ኤርትራ እንተ ዘይተዛሪብኩም ዕዳጋኹም ስለ ዘይመውቅ ግን ኩሉ ግዜ ንኤርትራ ምስይጣን ብዕላማ ሒዝኩሞ ከም ዘለኹም ግን ሎሚ ኣይኮነንን ተጋሂዱ።

  • @WelelagebremedhnAregawi
    @WelelagebremedhnAregawi หลายเดือนก่อน +1

    ቀፅሉሉ

  • @abrehaweldegebrial3741
    @abrehaweldegebrial3741 หลายเดือนก่อน +1

    ሓቂ የሸንፍ ፅቡቅ ሓበሬታ=🙏🙏

  • @AblelOkbay
    @AblelOkbay หลายเดือนก่อน

    ሓሳዊ ትግራዋይ ናይ ኢሰያስ ኣይምልከተካን አዩ ኣወት ንህግደፍ

  • @heidshop4103
    @heidshop4103 28 วันที่ผ่านมา

    👍👍👍👍👍

  • @Nugus-oh7gk
    @Nugus-oh7gk หลายเดือนก่อน

    ብጣዕሚ ፅቡቅ ሓቂ አይ ሽፈንን

  • @gidaygebrelibanos325
    @gidaygebrelibanos325 หลายเดือนก่อน

    አበይ ደአ አሎ ናይቶም ዝተአሰሩ ሰባት ሽም ዝርዝር?
    ቨዛኹም ሕዝቢ አይተደናግሩ

  • @fikregebrekidan2647
    @fikregebrekidan2647 หลายเดือนก่อน

    ገበን በል 'ወንጀል' ኣይትበል።

  • @habtomhabtom7831
    @habtomhabtom7831 หลายเดือนก่อน

    ፅቡቅ ስራሕ 🙏🙏🙏

  • @GenetfshaTedla
    @GenetfshaTedla หลายเดือนก่อน

    ሽም ዝርዝር ወፂኡ ኢልካ መን እዮም ግልፂ ግበርዎ። ኣመራርሓ ንምእሳር ዝተገበረ ልእኽቶ ኣብይ ከይኸውን ግልፂ ግበሮ።

  • @TsigeHailu-kz7kx
    @TsigeHailu-kz7kx หลายเดือนก่อน

    እቲ መንግስቲ ትግራይ ዝጀመሮ ቀፅልሉ እናበልና ረድኣት ዝሰረቁ ከብ ቆርጠምቲ ሓፂን ንዓቀብ ንህዝቢ ብጥሜት ክመውት ዝፈረዱ እዮም ።እሞአብ ትሕቲ ቁፅፅርከወዕሉ ተሰፈ ንገብር።እተነስኩም ምቅላሕ ከይትሰንፉ

  • @tessfayared110
    @tessfayared110 หลายเดือนก่อน

    ህዲውን ጸግብኪ ሎሚ ከምትማሊ ህጂ ተለሚኑ ተአሚጹ ካምጥፋህ አትተርፊን አዋልኪ ሕሰቢ ንቶም ዝተረፎ ደቅኪ አዋልኪ

  • @MedhinAbadi-qh3tl
    @MedhinAbadi-qh3tl หลายเดือนก่อน

    አታ ሓቂ ዶ ይኸውን ህዝቢ ትግራይ ደሲልዎ ማሓደረ

  • @yonifetan9119
    @yonifetan9119 หลายเดือนก่อน

    ዘረፋ ታይ ማለት እዩ😊

  • @hayelomwedimeri
    @hayelomwedimeri หลายเดือนก่อน

    ቐፅል👌

  • @AberashBerhe-pz8be
    @AberashBerhe-pz8be หลายเดือนก่อน

    ትግራይ አደይ ብፈጣሪ ደሐኒ

  • @user-mi3sk4wn2t
    @user-mi3sk4wn2t หลายเดือนก่อน

    ሓድሽ ነገር ኣየምፃእኻን::

  • @bcen08603
    @bcen08603 หลายเดือนก่อน

    "ዝርዝር ወፂኡ" ኢልካ ዶ ሓቀይ... እሞ ዘይተቕርቦም ደኣ? ኣርእስቲ ኣስተኻኽል። ኣያ ተኽለብርሃን ንወድኻ ንገሮ

  • @yirgahayelom6628
    @yirgahayelom6628 หลายเดือนก่อน

    ምስ ኢትዮ? >>> ምሰ ፌዴራል መንግስቲ በል!
    # ትግራይ ባዕላ ኣካል ኢትዮ.*እያ።

  • @mezgebegirmau1089
    @mezgebegirmau1089 หลายเดือนก่อน

    ቆልዓ

  • @awelkerhagos3484
    @awelkerhagos3484 หลายเดือนก่อน

    መንግስትን ህዝብን ኤርትራ ንዉግእ ተመንዮን አዊጁ አይፈጥን ሓሳዊ ስዑር ተረፍ ጁንታ .

  • @GhaweryaKmaryam
    @GhaweryaKmaryam หลายเดือนก่อน

    ኣርእስተ ዜናኻ (ፅሑፍካ) ብትኽክል ተንትኖ ዝርዝር ወፅዩ ኢልካ ከይዘርዘርካ ትሓልፍ ከይትምዘን

  • @user-bg4is7bv7n
    @user-bg4is7bv7n หลายเดือนก่อน

    " ቅስቀሳ "ዝብል ቃል ታይ ማለት እዩ?

  • @KhanKhan-kj2fj
    @KhanKhan-kj2fj หลายเดือนก่อน

    ሽም ዝርዝር ንገረና

  • @user-wb6wd5ts7v
    @user-wb6wd5ts7v หลายเดือนก่อน

    እቶም ዝወፁ ሽም ንገረና ሰሙን ዝገበረ ካብተ ውሪ

  • @goitomisaac1437
    @goitomisaac1437 หลายเดือนก่อน

    ሽሕ ተኾነ ሕያዋይ/ፈጺሙ ኣይርከብንዩ/ ኣይትእመን ትግራዋይ።ኩሉ ጊዜ ሓሶት መሻርፍኩምዩ መስለኒ።

  • @gueshgeber-mariam1211
    @gueshgeber-mariam1211 หลายเดือนก่อน

    I'm happy with Natna Forum ❤.

  • @fananeguse4748
    @fananeguse4748 หลายเดือนก่อน

    Difin yeblka! Enkuan nosika, abeyty merahty emun aydhnun. You will see what's going to happen to you!

  • @fitsum21
    @fitsum21 หลายเดือนก่อน

    ስሞም ዘይትጠቕሶም ድኣ?
    ኣርእስቲ ዜናኻ ካልእ ተውርዮ ካልእ::
    ብግምት ዲኻ ዜና ትሰርሕ?
    ናይ ትግራይ ሚድያ ብዙሕ ይጎድለኩም በዚ ምኽንያት ኢዩ ድማ ኣብዚ እተ ዝበሃል ተኸተልቲ ዘይብልኩም::

  • @BerhaneAberhane
    @BerhaneAberhane หลายเดือนก่อน

    ጨለ

  • @AberashBerhe-pz8be
    @AberashBerhe-pz8be หลายเดือนก่อน

    አታዮ ኩሉ ወዮ ኢዩ

  • @kibromteklu
    @kibromteklu หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤

  • @barkonkokeb6160
    @barkonkokeb6160 หลายเดือนก่อน

    Good job

  • @selamawetmehari9836
    @selamawetmehari9836 หลายเดือนก่อน

    ኣንታ ጨምላቕ ጨምላቕ ጨምላቕ ጨምላቕ!!!ሓሳዊ ሓሳኽ!

  • @user-mt7bl1iw9e
    @user-mt7bl1iw9e หลายเดือนก่อน

    ጀላዕ ቆንዳፍ እንታይ ይምልከታካ ንዛዕባ ሳዋ? ሳሕሳሕ ቆንዳፍ ! ኣይርኣኻን ዲኻ ዓሞም ወድ ኣፈወርቂ ክስልምዎን ክሓቅፍዎን?

  • @AberashBerhe-pz8be
    @AberashBerhe-pz8be หลายเดือนก่อน

    ዶናል ዝብሀል ሰብአይ አይተሰመኤኒ

  • @user-mr4iw4tj3u
    @user-mr4iw4tj3u หลายเดือนก่อน +1

    ቦግ የብልካ ሓሳው🙈😂😂😂😂😂

  • @user-pi2cl9rn3u
    @user-pi2cl9rn3u หลายเดือนก่อน

    ዘርዝሮም??? where is the list???

  • @Yonasgermay-wj1ey
    @Yonasgermay-wj1ey หลายเดือนก่อน

    ልዕሊ ህዝብና ምንም የለን:ገበነኛታት ጋህንም ካትዩ ግድን እዩ

  • @AberashBerhe-pz8be
    @AberashBerhe-pz8be หลายเดือนก่อน +1

    ሀገር ወደይ አንበሳ እኻ አዎት ምሳኻ you are hero of tigrby

  • @zufanfissahaye5414
    @zufanfissahaye5414 หลายเดือนก่อน

    It can not b a timely agenda

  • @begood4all
    @begood4all หลายเดือนก่อน

    ኣነ እዚ ምድያ ዚ ኣንፃራዊ ዝሓሸ ኢለ እየ ዝኣምን ነረ ኸዚ ግ ዝርዝር ጥርጡራት ኢልካስ ጨና ማይ ገርካያ ሓሊፍካ🤔

  • @santiyago7635
    @santiyago7635 หลายเดือนก่อน

    ንሻዕቢያ ! ብግዜን ብውሽጣዊ ስላምን ሓድነትን! ናይ ፕሪቶርያ ውዕል ንምፍፃም በትዕግሥትን ዓቅልን ብግዜ ግዚኡ ምውዳእ። ክነታት ካልኦት ገሮባብትን ዓለምን እናተርዳእኻ ምስኩየታቱ ዝምጥን እስትራቴጂ ምንደፍን ምትግባርን።የድልይ ንትግራይ ኮነ ኢትዮጵያ ።

  • @Mulugetagebru-df7ee
    @Mulugetagebru-df7ee หลายเดือนก่อน

    ምረፁኒ ጎሰጓስ. not ቕስቀሳ

  • @GebreGebre-bz4sn
    @GebreGebre-bz4sn หลายเดือนก่อน

    ሓሳዊ ኣኻ ዝርዝር ዝተትሓዙ ወፂኡ ኣልካስ ዝርዝር ግን አይተዛረብካን ሓሳዊ ሓሳዊ ሓሳዊ

  • @user-fl5wj8ok6c
    @user-fl5wj8ok6c หลายเดือนก่อน

    ሓሳዊ ናትካ ግበር ኣብ ትግራይ ዝጠፉ ደለው መንሰያት ግበር

  • @user-uw2fm4vx9x
    @user-uw2fm4vx9x หลายเดือนก่อน

    ኣንታ ሙሽሙሽ በላዕ ኣኽዕንቲ ሐሳዊ ዓጋመ ካብ ታምልማን ኣይሕልፍካ ኣንታ ተኹን

    • @samirawitgebremedhen
      @samirawitgebremedhen หลายเดือนก่อน

      Anta kudafe erter primitive people funfunate zere erter

  • @GebreGebre-bz4sn
    @GebreGebre-bz4sn หลายเดือนก่อน

    ኤርትራውያንን ዝተአስረ ከልቢን ሓደ እዮም ከልቢ እንተተአሲሩ ዝሓብካዮ ጥራይ ይበለዕ እንተፈትኻዮ ድማ ጎረባብቲ ይርብሽ እርትራውያን ከብዓዶም ምስተሰደዱ ይሰኽሩ ይሽርምጡ ይሰርቁ ይቀትሉ ይዘምቱ ኮታስ ቁም ነገር ዘይብሎም አብጥራሕ መዓኮሮም ይፍክሩ ብጣዕሚ ካብ ሰብ ናብ እንስሳ ዝወረዱ እዮም

    • @searegebrekidan
      @searegebrekidan หลายเดือนก่อน

      ቆማል ነታ ብየሕዋታ ትዕመጽ ዘላ ኣብ ፍቀዶ ኣንጎሎ ሃንግ እንተገብሮ ምንቅስቃስ ድስእን ዘሎ ህዝብካ ኣብ ፍቀዶ መንገዲ ዝቅተላ ዘለዋ የሕዋትካን ፡ድምጺ ኩነን ዐዋን ነፋጥ ሃንጎል፡

    • @user-nr4xi5oy9q
      @user-nr4xi5oy9q หลายเดือนก่อน

      መን ዲዩ ሓፍቲ ደፊሩ ኣብ ገደል ዝድርቢ ዘሎ?መን ዲዩ ንጋሉ ምስ ሰለስተ ሰብኡት ኮይኑ ደፊሩ የዒንታ ኣውጺኡ ቀቲሉ ናብ ገደል ዝድርቢ?መን ዲዩ ኣሕዋቱ እናጨወየ ዝቀትል ዘሎ?መን እዩ እስከ ንነብስኻ ሕተት?

    • @Asmara-oneEri
      @Asmara-oneEri หลายเดือนก่อน

      😂😂😂 Natas Nhamata....bzaebakum Sereqti eyu eko ezi ziena eznka yexeaneaka dyu

  • @Asmara-oneEri
    @Asmara-oneEri หลายเดือนก่อน

    Sawa tegefifu zkeyd yelen hawey...zeytfeltwa eta Sawa tem mbal mhashetkum 😂...Hiwet Sawa azina eina nzkron nnafkon::

  • @DawitDawitGehbremichael
    @DawitDawitGehbremichael หลายเดือนก่อน

    ኣልግስ ደይ ኩሉኩም ኢኹም ሰረቕቲ ቁፅጽር እንተ ኮይኑ ውን ብምሉእኩም ኣብ ቁፅጽር ክትኣትዉ ኣለኩም ሓሰውቲ

  • @geregere-tt6im
    @geregere-tt6im หลายเดือนก่อน

    ነዊሕገይሩ።

  • @Aklilu-f5h
    @Aklilu-f5h หลายเดือนก่อน

    ኣበይ ደኣ'ሎ እቲ ዝርዝር? ካልኣይ መዓልቲ ዝሰምዓካ ኣይመስለንን

    • @NatnaForum
      @NatnaForum  หลายเดือนก่อน

      ዝርዝር ከምዝወፅአ ኢና ሰሚዕና ፣ዝርዝር ሹሞም በፂሑና ኣይበልናን።

  • @negagebregergis7262
    @negagebregergis7262 หลายเดือนก่อน

    ኢናተገፈፉ ዘይ ኮነስ ክሳብ 12ዙር ዝበዝህ ብድለት ኢዩ ዝክተት ነሩ ኣዘራርባ ኣጸብቅ ህማቅ ዜና ኣትስራህ

  • @michaelnatey5056
    @michaelnatey5056 หลายเดือนก่อน

    ሓሳዊ ከይብለካ ባህላዊ ሞያኹም ዩ ንዓኹም ደቂ ማይጠላሚት

  • @mulugetarayaw2233
    @mulugetarayaw2233 หลายเดือนก่อน

    ቦሽባሽ ሓሻዊ 😂😂😂 ዝርዝር ክፀውይ እየ ኢሉስ ስርሐይ ኣቲሑኒ beka unsbscrib😊😊😊

  • @searegebrekidan
    @searegebrekidan หลายเดือนก่อน

    ለኽባጥ ሃሳዊ እቲ ሓሶትሲ ባህሉኩም ገርኩም ድንዙዝ ብሓሶት ዝደንዘዘ

  • @abezgiasgedom5895
    @abezgiasgedom5895 หลายเดือนก่อน

    አንቱም ወረኛታት ሓሰውቲ ፣ ነናይ ባዕልኹም ጉጅለ ተኸፋፊልኩም ፣ካብ ህዝቢ ገንዘብ አብሊፅኩም ፣ምስጢር እንኳን ወይትፈልጡ፣ እከለ ከምዙይ በለ ፣ እከለ ከምዙይ በለ እናበልኩም ፣ ካብ ፀላእቲ ንላዕሊ ፀላኢ ኮይንኩም ህዝቢ ትግራይ ትኸፋፍልዎ አለኹም፣ ብፍላይ ድማ ንስኻ ፣

  • @erijax5133
    @erijax5133 หลายเดือนก่อน

    Nezis Tay tblo 😅😅😅😅😅😅😅😅😅😅😅suk bel hasawi

  • @NahomTeklit-ep8cs
    @NahomTeklit-ep8cs หลายเดือนก่อน

    ወዲ ረሳሕ ዓጽሚ መን አዴኻ ተግፊፍና ኢልካ ናትኩም ዘይትገብር ወዲዞም ሰረቅቲ ዓሌት ወዲ ሳዋ ድአ አብ ስሬኹም አሽንኩም እንድዩ ድምሱሳት ዕሱባት ናይ ምዕራብ ተጸበይቲ ረድኤት ለመንቲ ኤርትራዊያን ንባሃል

    • @samirawitgebremedhen
      @samirawitgebremedhen หลายเดือนก่อน

      Erter lemnte funfunate zere primtive bearayo komlate massacre temesker komlat erte😮😮ant kudafe

  • @Wediarezasema
    @Wediarezasema หลายเดือนก่อน

    Entadeka yimlketeka bzaeba 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 hasad 😂😂😂

  • @alganesh-xe4yb
    @alganesh-xe4yb หลายเดือนก่อน

    Hager hawey hadiu haz wey hJi bel wey kea hezi bel bejaka

  • @Danidanicho3411
    @Danidanicho3411 หลายเดือนก่อน

    ሃገር ዝሰኣንካ ሰብ ጦብላቅ

  • @yaredberhe3681
    @yaredberhe3681 หลายเดือนก่อน +1

    Good job 👏 🎉🎉

  • @Chmchm-f4y
    @Chmchm-f4y หลายเดือนก่อน

    WEYYYY GUUD DRRAR ASSA ELKKANA NWEYANE SREA AWSIENA WEGIRNA DERBINAYA ENA WEYANE TEWEGARIT

  • @Zakme722
    @Zakme722 หลายเดือนก่อน

    Meas eyu essays lidalo aleku libele. Limntay ekum leyele were tinageru. Aythashu sawa kulu sha alo.

  • @aklilutesfai6065
    @aklilutesfai6065 หลายเดือนก่อน

    I follow your media in Addis, & was a good analysis but nowadays the content of your programs isn't healthy. Your credit becoming low. Try to out of this trash news. Keep your previous dignity.

  • @brhanenael6486
    @brhanenael6486 หลายเดือนก่อน

    Keep it up but don't mix false reports in your next coming times

  • @axamsam490
    @axamsam490 หลายเดือนก่อน

    Nathan forum Nathan gegna

  • @habenhabtu6214
    @habenhabtu6214 หลายเดือนก่อน

    መታለሊ ኢኻ። ዝርዝር ናይቶም ዝተኣስሩ ኣበይ ኣሎ። For this reason l have unsubscribed your channel

  • @isaachaile6017
    @isaachaile6017 หลายเดือนก่อน

    Why bring as big News about utna for us .can you give as report abut tigray and ethiopia stuation

  • @omerdinidris3316
    @omerdinidris3316 หลายเดือนก่อน

    Hasawi leflafi guday kililka gibir 🐀

  • @estifanostekle8867
    @estifanostekle8867 หลายเดือนก่อน

    What you know about sawa is not right & it's your business.

  • @zenimoges2834
    @zenimoges2834 หลายเดือนก่อน

    Zerezer. Zebelkayo. abey alo

  • @tesfayljalem3802
    @tesfayljalem3802 หลายเดือนก่อน

    atbzeheyio max 8 min

  • @user-mr4iw4tj3u
    @user-mr4iw4tj3u หลายเดือนก่อน

    መን ከም ሻዕብያ ሓየት💪🏾💯✅🇪🇷

    • @user-mr6yu4ml5c
      @user-mr6yu4ml5c หลายเดือนก่อน

      ahewtka abey alewu elka heteto sek elka aytfker broy🤣🤣🤣🤣🤣

  • @aronmussie557
    @aronmussie557 หลายเดือนก่อน

    ጨንባዕ እንታዴኻ የእቲዩካ ቆማል።

  • @hintsareda4945
    @hintsareda4945 หลายเดือนก่อน

    fallacy news

  • @zbansoloda9421
    @zbansoloda9421 หลายเดือนก่อน

    ከምኡ እናገበርካ ሓቕሓቁ እናፈልፈልካ ብምቐራብካ ክብሪ ይግበኣካ። እዙይ እዩውን ካብቶም ካሎኦት ሚድያ ፍልይ ዘብለካ። የቕንየልና። ሕዚውን ድምፂ ሓቒ ኬንካ ቐፅል።

  • @BiniyamZeray
    @BiniyamZeray หลายเดือนก่อน

    Eta eti eznika entay diyu melieu

  • @Wediarezasema
    @Wediarezasema หลายเดือนก่อน

    😂😂😂😂😂😂😂😂😂

  • @YewhansAmanial
    @YewhansAmanial หลายเดือนก่อน

    ዝጋው ኣንተ ልጅ

  • @dbhddhdhh883
    @dbhddhdhh883 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @mebrahtomTesfay-b2i
    @mebrahtomTesfay-b2i หลายเดือนก่อน

    Sqbel hashawi belai akuauti

  • @KdusYosef
    @KdusYosef หลายเดือนก่อน

    ወረኛታት ሐቂ እንተኮይኑ ስም ዝርዝሮም ንምንታይ ዘይትገልፁ ሐሰውቲ

  • @Lisalove.-yz9xl
    @Lisalove.-yz9xl หลายเดือนก่อน

    ሰረቅቲን ግዕዙያት መራሕቲ ሕዋሕት ካብ ህዝብ ዝሰረቅዎ ንብረትን ሃብትን ይመልሱ !!!! ናብ ፍርዲ ይቅረቡ !!!!!!!!

  • @tekhlehaimanotgebre5447
    @tekhlehaimanotgebre5447 หลายเดือนก่อน

    ዓጋመን ሓሶትን

  • @BiniyamZeray
    @BiniyamZeray หลายเดือนก่อน

    Zeytifelto aytizareb hesot armakum eyu nay kililka giber ertira heger eya aymiketekan

    • @user-nb2he2xw8v
      @user-nb2he2xw8v หลายเดือนก่อน

      ATA gohaf sdetegna teref 🦈 entay ymliketeka ab wedi tgray asmeana

  • @user-bu9op7qb2t
    @user-bu9op7qb2t หลายเดือนก่อน

    ኣጋመን ሃሶትን ኣዝማድ አኩም

    • @user-nb2he2xw8v
      @user-nb2he2xw8v หลายเดือนก่อน

      ATA gohaf sdetegna teref asa

    • @gabrielashebr9725
      @gabrielashebr9725 หลายเดือนก่อน

      Esikum dima ahiwatina eyiom tiblu dekalu nay shabiya