እዋናዊ ኩነታት ዉድብ ህወሓት ኣመልኪቱ ዝተዉሃበ መግለፂ

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 10 ก.ย. 2024

ความคิดเห็น • 90

  • @tewodrosgideytewodrosgidey1377
    @tewodrosgideytewodrosgidey1377 หลายเดือนก่อน +5

    የቅንየልና አይተ አማኑኤል አሰፋ ህዝቢ ክረጋጋእ ዘለው ወድዓዊ ኩነታት አብ ኩሉ መዳይ ሃገራዊ ጉዳይ ትግራይ መብርሂ ምሃብ ይለመድ ።

  • @almazadamu9175
    @almazadamu9175 หลายเดือนก่อน +6

    የቀንየልና ወይን መራኽቤ ሐፍሽ እማኔኤልሐውና ፁቡቅ ሐቤሪታ እዩ እግዚአብሔር ይተሐወሳ ቀፀሉሉ ንኹል ኹም ምስትውዐል ያሃብኹም🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤

  • @mizaanberhane4002
    @mizaanberhane4002 หลายเดือนก่อน +2

    ተመስገን አምላኽ ጽቡቕ አገላልጻ

  • @user-rh8fw1tf8i
    @user-rh8fw1tf8i หลายเดือนก่อน +1

    ኣነ ኩሩዕ አባል ህወሓት እየ

  • @TesfayReda-ch3dw
    @TesfayReda-ch3dw หลายเดือนก่อน +2

    የቀንየልና ኣብዙይ እንዮ እቱ ግሁድ ሓቂይ ።13/11/2016

  • @TsegayeGebremedhin-m1h
    @TsegayeGebremedhin-m1h หลายเดือนก่อน +1

    አብዚ ጉባኤ በላሕትን ሙሑራትን ዝኮኑ መናአሰያት ክንርኢ ንደሊ እና ካብ አዋልድ ካብ አወዳትን

  • @TsegayeGebremedhin-m1h
    @TsegayeGebremedhin-m1h หลายเดือนก่อน +2

    ካፍቲ ጉባኤ ሐደሽ ነገር ንፅበ

  • @zaebakulu8553
    @zaebakulu8553 หลายเดือนก่อน +2

    ትግራዋይ ሎሚ ብ ባንዳታትን ሌባታትን ዘይተጋደሉን ዲቓሉን ተደናጊርካ ን ህውሓት ዋላ ተደሃልካያ ትርጉም ሕውሓት ግን ደሓር ክርደኣካ እዩ
    TPLF ንዘለኣለም ክነብርእዩ❤❤❤44::

  • @AlemTigray-pc8yv
    @AlemTigray-pc8yv หลายเดือนก่อน +2

    የቀንየልና

  • @zaebakulu8553
    @zaebakulu8553 หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤❤❤❤ወይን መራኸቢ ሓፋሽ ሚድያ 🎉🎉🎉🎉ታንክስ

  • @AlemTigray-pc8yv
    @AlemTigray-pc8yv หลายเดือนก่อน +4

    ህወሓት ንቅድሚት❤❤❤❤❤❤❤

    • @AsdfghZxcv-jl8vk
      @AsdfghZxcv-jl8vk หลายเดือนก่อน

      ይድፋእኻ ዝውድብ እዚ ዶ አኮነን እዩ ልቑልቑል ደፊእናኒኦ ለኽባጥ

  • @mussieokbe3607
    @mussieokbe3607 หลายเดือนก่อน

    ዘይተርፍ ኩናት እዩ ዝመስል ሻዓብያ + ብልጽግና ። ሰራዊት ትግራይ ሐይሉ ዓቂቡ ክጸንሕ ይግባእ ምክንያቱ ድሕሪ ኩናት ዘሎ ወሳኒ ሐይሊ እዩ ዝዕወት ። ስለዚ ሰራዊት ትግራይ አብዚ ኩናት ከይትሃሰየ ክጸንሕ ጥንቃቀ የድሊ ።

  • @birhanebezabihambaye6636
    @birhanebezabihambaye6636 หลายเดือนก่อน +3

    They are in 1993

  • @EfremAsgereme-z5p
    @EfremAsgereme-z5p หลายเดือนก่อน +1

    Amanye,ajoka,

  • @JonNati
    @JonNati หลายเดือนก่อน +1

    ውድብ ንምድሓንኮ ቀላል ኢዩ ካብ ህልክን ኣነነትን ውጽኡ ሕወሓት ካብ ትምስረት እስካብ ሀዚ ኣብ ህልኽን ኣነነትን ዝተሸክለ ውድብ ኢዩ ሕወሓት ዝተሸክለን ን የማንን ንጽጋምን ዘይርኢ ጸማም ኣመለካክታ ስለዘልዎ ካብ ኣዲስ ኣበባ ተሰጊጉ እዩ ሕዚእዉን ኣብ ኡ ኢዩ ተሸኪሉ ዘኒሀ ኣብቲ ዝሓለፈ ስብሰባእዉን ኣብ ደገ ተጎጂሎምን ተስማ ዕሚዖምን ብመታው እቶም ሰረቅትን ሊያቡን ንህዝቢ ዘበሳብሱ ዘለዉ ንዖም ብዝስማዕማዕ መልክዕ ኣጽዲቆም ወጺኦም ኢዮም ነር ግን ብዙሕ ኣያሰጉምምን ፡፡
    ትግራይ ናይሕዋሓት ጥራሕ ኣይከነትን ናይኩሎም ተጋሩ ኢያ ንስኹም ግን ናዓኹም ዘይድግፍ ትግራዋይ ሽማሽም እናብኩም ክሽቁረርን ዓዱን መረበቱን ገዲፉ ክከይድ 50 ዓመት ሙሉእ ሰሪሕክሙሉ ኢኹም ካብ ሕወሓት ወጻኢ ንዝኾነ ውድብ ተደኣ ደጊፉ ገዛ ከይካረ ኣብገጠር ዘሎ ሓዊ ካብጎሬቢቱ ከየጽሕሩዎ ትገብሩ ነይርኹም አረ ናይሕወሃት ተነጊሩኮ አይውዳእን ንትግራይን ትግራዋይን ሕወሓት ማለት መዓት ርግማን ኢዩ ፡፤ስለዚይ ሐውሓት ብቲ ዝሓለፈቶ ናይጽሊእት መንገዲ ክኸይድ እየ ኢላ ተደኣ ወሲና ሀዚ እውን ካብ መቀለ ንደደቢት ክትባረርን መቃብራ ኣብኡ ክከዉን ኢዩ ዝብል ግምት እዩ ዘለኒ ኣረኣእያ ፡፡

  • @tewodrosgideytewodrosgidey1377
    @tewodrosgideytewodrosgidey1377 หลายเดือนก่อน +1

    ውድብ ሕወሓት 5 መሰረታዊ ፅግዕተኛ አረአእያ መሪሕነት ነፂሩ, ፈልዩ ብውሱን አፈላላይ ወይከዓ ልዕሊ 99% ዝኸውን ተስማሚዑ ናብ ቀዘፃላይ መድረኽ ጉባኤ አብሓፂር እዋን ከካይድ ወሲኑ አሎ ።✍️ እዞም ዝተፈለዩ ፅግዕተኛ አረአያ ከም መንፊት ዘርእን እንክርዳድን ንምፍላይ ዝዓበየ ስራሕ ውሳነ ፀገም ዘለዎም አመራርሓ አብ ምእላይ ብሕጊ ዝሕተትሉ መስርሕ ,ዝሰናበቱ ፣ናይ ህዝቢ ገንዘብ ክምልሱን ክእሰሩን አብ መወዳእታ ብዝሓሹ ዓቅሚ ዘለዎም ብህዝብን ውድብን ዝተአመነሎም ነባራትን መነአሰይን ካብ ዓሌታዊ አተሓሳስባ ብምውፃእ መፍትሒ እንተዘይተቀሚጡ "ወጮስ እንተገልበጥካዮ ......."ከይኸውን ።

  • @GoitomTsehay
    @GoitomTsehay หลายเดือนก่อน +1

    ዋይ

  • @LovelyBoombox-dk9wp
    @LovelyBoombox-dk9wp หลายเดือนก่อน

    ማዓዝ ፀገም ፈትሕኩም ትፈልጦ እኾ ዳአስ ፀገም አምፅእኩሙሉና ለያቡ

    • @user-rh8fw1tf8i
      @user-rh8fw1tf8i หลายเดือนก่อน

      ሰርካት ሓሳዊ

  • @tesfa20052
    @tesfa20052 หลายเดือนก่อน

    ካልተገላበጡ ያራል ዝባሃል ቢህል ኮፍ ኣቢልዋ...........ኣብ ጦርነት ከምዘይነበረ ከምተሓበአ ይሕመ ለለ ጊዛዊ መንግስቲ ተደመረ ለለ ካብኡ ተቐኒሱ ናብ ሕውሓት አተወ ይኽእለሉ ደቀይ

  • @zaebakulu8553
    @zaebakulu8553 หลายเดือนก่อน

    I’m TPLF❤❤❤

  • @EfremAsgereme-z5p
    @EfremAsgereme-z5p หลายเดือนก่อน

    Tplf,❤❤❤🎉🎉❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉

  • @user-gj4co9bc1z
    @user-gj4co9bc1z หลายเดือนก่อน

    ደቅና ንኣኹም ኣይሞቱን ረሳሕ ዘረባ

  • @TamratBerhe-yf7kx
    @TamratBerhe-yf7kx หลายเดือนก่อน

    ,,,,ንህላወ እምበር ንውድብ ኢልካ ዝተኸፈለ አይክህሉን ነጋድየ ውድብ እዩ ካብ ንህዝቡ ንኸብዱ (ንዓልየቱ) ዝጭነቅ መሪሕነት ስለዚ ሕዝቢ ብሰንኪ ውድብ ወለዶታት ይበርስ አሎ ስለዚ ይቅረታ ኢልኩም ንህዝቢ ውረዱ ህዝቢ ተንብዕዎ አለኩም።

  • @ZemichealGahs
    @ZemichealGahs หลายเดือนก่อน

    ኣብዚ ሕዚ ሰዓት መሪሕነት ህወሓት ኣለኹም ዲኹም ??? ከም ኣነ ዘለኹም ኣይመስለንን 13:55 13:55

  • @ZemichealGahs
    @ZemichealGahs หลายเดือนก่อน

    ኣብዚ ሕዚ ሰዓት መሪሕነት ህወሓት ኣለኹም ዲኹም ??? ከም ኣነ ዘለኹም ኣይመስለንን

  • @tsigiehadush2008
    @tsigiehadush2008 หลายเดือนก่อน

    "ውድብ ተዲሒኑ ህዝቢ ይድሕን ተዘይኮይኑ ተሓሒዝና ንጠፍእ" ጨፍ ድንቁርና tplf 😅😅😅

  • @AsdfghZxcv-jl8vk
    @AsdfghZxcv-jl8vk หลายเดือนก่อน

    ህውሓት ማለት ህልከኛ አብ አነነት ዝተኸለ ህልከኛ ዝኾነ ውድብ እዩ ዝውደብ እዚ ልኻሎኦት ክልላት ዝዐበየ ልህዝቢ ትግራይ አብ ጥሜየትን ሞትን ረገፁ ዝሓዘ ውድብ እዩ ለኽበጥበጥ አትበል ለኽባጥ 👎

  • @okellobusha1351
    @okellobusha1351 หลายเดือนก่อน

    እዚ ናይ ፋሺስት መረሕቲ ህወሓት ቃል መቀባበሊ 2 + 2 = 4 እንትኸውን ንሱ ግና "2 + 2 = 3" ከምኡውን "ንፀሊም ፃዕዳ፡ ንዕረ ማዓር" እዩ ይብል ኣሎ ንዝህቢ ትግራይን ውሉድ ትግራይን ብዘይ ምንም ሕፍረትን ርህራሄን ብምንዓቕን ዜሮ ብምቑጻርን። ፍጹም ሕሶትን ፈጠራን ብዝተመልኦ ናይ ስታሊንን ማፍያን ሕሶትን መጸለምታን መንገዲ ተኸቲሉ በሎኽሎኽ ኢሉ። “ህዝቢ ትግራይ ህወሓት ብውክልና ዝሃበኩም እዩ። ንምንታይ እዩ ጸገም ክፍጠር እንተሎ ናባና ዘይትመጹ ወዘተኢሉና ” እንዳበለ ነበረያ ነበረ ልበ ወለድ ናይ ተስፋ ዝቆረጹ ፋሺስታት ፕሮፓጋንዳ በቲኑ እንሄ ኣማኑኤል ኣሰፋ 50 ዓመት ሙሉእ ብሕሶት ግዚኡ ዝሕለፈ ካድሬ። ኣብ ኣጋ ውድቀቶምን ሞቶምን በዓል ሂትለር ብቓል መቐበሊ ናይ ሕሶትን መጸለምታን ናይ ሕሶት ፕሮፓጋንዳ ኣቦ ጆሴፍ ጎብልስ ኣቢሎም ቀቢጸ ተስፋ ሕሶት ይዘርኡ ነይሮም። ከምዚ ሕዚ በዓል ደብረጽየን/ደብረሞትን ፈትለ/ጉዲትን ንተላኣኺም ሓሳዊን ከሓዲን ኣማኑኤል ኣሰፋ ሊኾም ዝዘርእዎ ዘለው መዕነዊ ህዝቢ ትግራይ ዝኾነ ፋሺስታዊ ፕሮፓጋንዳ። ህዝቢ ትግራይ “ዘይበሎን ኢሉ”፥ ዘይፈልጦ ውድብ ኩለይ “ናተይ ውድብ እዩ” ኢሉ ምዝራቡ ናይ ሕሶት ጫፍን መወዳእታን ስለዝኾነ ንህዝቢ ትግራይ MISREPRESENT and MISCHARACTERIZE ብምግባሩ ጽባሕ ኣብዘይተርፍ ፍርዲ ብ HIGH TREASON ክሕተተሉ እዩ። ንህዝቢ ትግራይን ውሉዱን እኮ ምንም ዘይፈልጥ ንሕና ንውንኖን ንፈጥሮን ነጥፍኦን እዩ ብማለት ምንም ከይናሕሰየ ኣዋሪዱን ጸሪፉን እዩ እዚ ናይ ናይ ናዚ ፕሮፓጋንዲስት። ነብሱ ይምሓር ናይ ጂግና ኣርቲስት ሓጎስ ገ/ህይወት “ኢዶእ” ፍለጣ ዘይትተርፈልኩም እያ ጽባሕ። 1,000,000 ህዝቢ ኣጥፊእኹም ተዓወቲ መሲልኩም ብሰላም ክትነብሩ “ውድብና ነድሕን” ኢልኩም 1,100 ዋዓጋት ንፍሲ መጥፋእቲ ካድሬ ህወሓት ላዕለዎት ኣመራርሓ ዝብል ጉልባብ ሂብኩም ብናይ ህዝቢ ገንዘብ ናይ ድኹማን ናይ ደማውያን መጥፋእቲ ኣኼባ ክትገብሩ ቀኒኹም ህጹጽ ህዝባዊ ጉዳያት ገዲፍኩም። ህዝቢ ማለት ንሕና ኢና እኮ ኢልኩም ብግልጺ ናይ ህዝቢ ትግራይ ሉኣላዊነትን ክብርን ግሂስኩምን ደምሲስኩምን። ካብዙይ ዝዓበየን ዝገደድን HIGH TREASON ኣብ ዓለም እንታይ ኣሎ። “ኢዶእ”!!!!

  • @user-kj5ct6lg2s
    @user-kj5ct6lg2s หลายเดือนก่อน

    ወትሩኩም ፁጉማት ለያቡ

  • @amanuelkifle582
    @amanuelkifle582 หลายเดือนก่อน

    ቆራድድ ናይ ህዝብይ ትግራይ

  • @FerdosGetahun
    @FerdosGetahun หลายเดือนก่อน

    Ajokum

  • @SIMONBSBN
    @SIMONBSBN หลายเดือนก่อน +1

    ረሳሓት
    ህዝቢ ትግራይ መጫወቲ ጌርኩሞ
    ሰረቕቲ ሓፂነመፂን ረድኤትን ወርቅን - ለያቡ
    መንእሰይ ምስ ፀላኢ ናተሓናነቐሞ
    ተተኳሲ ሕፅረት ገጢሙና ናሃለወ
    ጥይት ንፀላእቲ ዝሸይጥ ኣመራርሓ
    ምስ ፀላእቲ ርክብ ዝገብር ዝነበረ ኣመራርሓ
    ክርሸን ጥራሕ እዩ ዘለዎ ::

  • @fsahafsaha2151
    @fsahafsaha2151 หลายเดือนก่อน

    ኣምሰሉታት

  • @ZemichealGahs
    @ZemichealGahs หลายเดือนก่อน

    ኣብዚ ሕዚ ሰዓት መሪሕነት ህወሓት ኣለኹም ዲኹም ??? ከም ኣነ ዘለኹም ኣይመስለንን 13:55

  • @khalidmohamedbirhan8459
    @khalidmohamedbirhan8459 หลายเดือนก่อน

    Still Tigray belongs for TPLF not for tigray people 😅😅😅😅😅😅😅😅😅

  • @brhanhailu1143
    @brhanhailu1143 หลายเดือนก่อน

    ነመስግናላን

  • @hagosdegefa8102
    @hagosdegefa8102 หลายเดือนก่อน

    አቶ አማንኤል ንመብረህኻ ያቐንየልና: ኾይኑ ግና ነምድሓን ንስሃ ዝመሰል ተርዮት; ኮሙ እውን ድሕንነት ህዝብ ምስቲ ዕንክልል ዝኾነት ወድብ ምትሕሓዝ ን ህዝብ ትግራይ ካብ ዘለኩም ንዕቐትን back warded mind ዝተመልአ ምኻኑ ተተርደአዎ :: As per your and your colleagues idea the means of public breathing and thinking is leading and control by your party which so called atomstic fallacy. Please come to the realized on which the people is not a party rather we are beyoned your elit.

  • @Alaje2007
    @Alaje2007 หลายเดือนก่อน

    ይአክል

  • @AsmeBelay
    @AsmeBelay หลายเดือนก่อน +1

    😮

  • @AsdfghZxcv-jl8vk
    @AsdfghZxcv-jl8vk หลายเดือนก่อน

    ሓሰውቲ ዘረባ ና ፈኸራ ብቻ👎

  • @user-lf4zn5ux3j
    @user-lf4zn5ux3j หลายเดือนก่อน

    ፀገም ህዝቢ ካብ ምፍታው ንስልጣንኩም ትራግሑ ኣለኹም። መሕፈርቲ ኢኹም።

  • @mebrahtukalayu1869
    @mebrahtukalayu1869 หลายเดือนก่อน +1

    ገርፈጥ ወዲ ገርፈጥ ሎሚ እያ መፅረጊቶም

  • @LovelyBoombox-dk9wp
    @LovelyBoombox-dk9wp หลายเดือนก่อน

    ሓሳዊ ለይባ

  • @GidayNayzgi
    @GidayNayzgi หลายเดือนก่อน

    Fthi biro zgeate...hethi. Kkkkkkkkk aye Tigray

  • @degengedim7975
    @degengedim7975 หลายเดือนก่อน

    Juliet Milion Hizbi jetilkas. Bi nekefeta kitdhinm mftan zebet. Ab Firdi hizbi kirebu.

  • @ብጾት
    @ብጾት หลายเดือนก่อน +4

    Excellent briefing!! This is what we have been asking TPLF to come out of its old way of doing business.

  • @user-wv3ms4sj7z
    @user-wv3ms4sj7z หลายเดือนก่อน

    ናይጭንቂ ሀተፍተፍ አይትበል ንስኻ ኢኻ ፈጢርኻዮ እቲ ፀገም ዝሰምኧካ የለን።

  • @LovelyBoombox-dk9wp
    @LovelyBoombox-dk9wp หลายเดือนก่อน

    ቺድ ለይባ

  • @ffff8192
    @ffff8192 หลายเดือนก่อน

    ስልጣን ስለዛሓረመክምድዪ ካሕዳማት ህዋሓት ተይጠፈአት ሰላም የለየ ትግራይ ዓደይ ህዋሓት ክትጠፍእያ

    • @vvg5520
      @vvg5520 หลายเดือนก่อน

      ቱሽ ጋሕባ ተረፍ የመን ውጪ ጓልዛ ላሕሚ ሸታት ይድፋሽ የሻርሙጣ ልጅ

    • @EfremAsgereme-z5p
      @EfremAsgereme-z5p หลายเดือนก่อน

      Ati,kahdam

  • @asmebro3949
    @asmebro3949 หลายเดือนก่อน

    kindey gize dikum akeba tgebru kkk

  • @GirmayMesele
    @GirmayMesele หลายเดือนก่อน +2

    እዚይ እዩ መስመር ህወሓት መስመር ህዝቢ ብቐጥታ ላብ ጉባኤ ምእታው ዝድለይ ዛሎ

  • @mawchagebreyohannes5987
    @mawchagebreyohannes5987 หลายเดือนก่อน +1

    T'P'L'F & T'D'F for ever💪🐅🐝🐅💪

  • @user-vk9cs1jp7w
    @user-vk9cs1jp7w หลายเดือนก่อน +1

    Ama you exalted Getachew k reda (Borisyelsin) God bless him anyways. ✝️✝️✝️✝️✝️✝️✝️❤✅

  • @user-vk9cs1jp7w
    @user-vk9cs1jp7w หลายเดือนก่อน +1

    Bravo A man(Amanuel) u r hero keep up. God bless you Jesus is Lord. Tigray is a Nation no longer a region

  • @askaltesfa8383
    @askaltesfa8383 หลายเดือนก่อน

    Nmntay nkulu zekafele, bher bhere seb, dmzee zhawese mrcha, aykayedn?

  • @berihuh01
    @berihuh01 หลายเดือนก่อน

    እንድሕር በስቢስኻስ ሞይትኻ ኢኻ።

  • @IsacAbera
    @IsacAbera หลายเดือนก่อน

    ገለኹም ሓላያት መሲለን መንቆሮ ኢኹም።መርአይኹም ቂም እንበር ገለልተኛን ንሓቂን ስለዘይትውግኑ ንፅበየኩም ኢና። ህዝቢ ንህወሓት ዝፈልጦ እንትሓምቅ ጥራሕ ኣይኮነን ንመስዋእቲ እውን ኣብነት ዝኾኑ ከም ብዓል ስዩምን ኣባይን እውን ስለዝፈልጥ እዩ።

  • @khalidmohamedbirhan8459
    @khalidmohamedbirhan8459 หลายเดือนก่อน

    Ya with out TPLF the people of Tigray is nothing, our people is existing to serve for TPLF 😂😂😂😂😂😂😂 when they will resign to the educated people or we don’t have except debredoncoro 😮😮😮

    • @godsaves8457
      @godsaves8457 หลายเดือนก่อน

      It is sad. TPLFyites are truly the enemy of the people of Tigray.

  • @user-pt2oc2hf8l
    @user-pt2oc2hf8l หลายเดือนก่อน +3

    ዉድብ ሕወሓትን ሕዝቢ ትግራይን ናይ ሓደ ሳንቲም ሓደ ገፅ እዮም0::

  • @luwamluwam3868
    @luwamluwam3868 หลายเดือนก่อน +1

    ሞት ንካንስር ህወሓት
    ሰላም ንህዝበይ!!!

    • @Nathnahom
      @Nathnahom หลายเดือนก่อน

      ሓታፊ ሓሳብ አቅርብ

  • @azmeragegziabher-yw1fe
    @azmeragegziabher-yw1fe หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤

  • @alishotekie2278
    @alishotekie2278 หลายเดือนก่อน

    ❤🎉❤🎉❤❤

  • @IsacAbera
    @IsacAbera หลายเดือนก่อน

    That was the real fact.

  • @yaredamare1511
    @yaredamare1511 หลายเดือนก่อน

    viva

  • @tigray447
    @tigray447 หลายเดือนก่อน

    Viva TPLF 💛 ❤

  • @brhanhailu1143
    @brhanhailu1143 หลายเดือนก่อน +1

    ሞት ንፀላእቲ ውድብ ህወሓት

    • @godsaves8457
      @godsaves8457 หลายเดือนก่อน

      ሞት ንከምዝ ከማኻ ድበሉ ቆራዲድ ዓስከርቲ ህወሓት።

  • @futsumhayle8677
    @futsumhayle8677 หลายเดือนก่อน +1

    1ይ

  • @TekesteAregawi-iw1px
    @TekesteAregawi-iw1px หลายเดือนก่อน

    እታ ጉባእጥራሕ ኣብ ቀረባ ትኹነልና
    ፅቡቅ የስመዐና ሓወኒ

  • @tirhaswelu
    @tirhaswelu หลายเดือนก่อน

    Hwehat nkdmet 🙏❤️‍🔥💛❤️‍🔥💛❤️‍🔥💛❤️‍🔥👌👌👌👌💊💊💊

  • @user-uw2my1up2k
    @user-uw2my1up2k หลายเดือนก่อน

    ህወሐት ከምዙይ እዩ ።

  • @abeyhaileselassie3040
    @abeyhaileselassie3040 หลายเดือนก่อน

    TPLF ሆይ ሐዚውን አብ TPLF ፓሊት ቢሮ አባል ኮይኑ ክቅፅል ዘይብሉ ሰብ ተሸኪምኩም ቴኸዱ አለኹም ቴግራዋይ ድማ ይዕዘበኩም አሎ ሐዚውን ሕሰቡሉ .አብዝሓለፈ ገምጋም ማለትውን ቅድሚ ዂይናት አብዝነበረ ገምጋም 4 ገዛዶ 3 ገዛ ሰሪቀ ገዚአ ኢሉ ዓርሰ ነቀፌታ ዝገበረ ሌባ ሐዚውን ፖሊት ቢሮ ይትረፍሞ አባል ሕወሓት ኮይኑ ክቅፅል ተፈቂድኩም አባኹም ዘለና ኽብሪ 0% እዩ እሞ እስኪ በቶም ስውኣት ለጋልግ ተጋሩ ንምሕፀነኩም አለና ፅርየት ክተርእዩና .Thanks.

  • @ZemichealGahs
    @ZemichealGahs หลายเดือนก่อน

    ኣብዚ ሕዚ ሰዓት መሪሕነት ህወሓት ኣለኹም ዲኹም ??? ከም ኣነ ዘለኹም ኣይመስለንን

  • @almazadamu9175
    @almazadamu9175 หลายเดือนก่อน +2

    የቀንየልና ወይን መራኽቤ ሐፍሽ እማኔኤልሐውና ፁቡቅ ሐቤሪታ እዩ እግዚአብሔር ይተሐወሳ ቀፀሉሉ ንኹል ኹም ምስትውዐል ያሃብኹም🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤

  • @zaebakulu8553
    @zaebakulu8553 หลายเดือนก่อน

    ትግራዋይ ሎሚ ብ ባንዳታትን ሌባታትን ዘይተጋደሉን ዲቓሉን ተደናጊርካ ን ህውሓት ዋላ ተደሃልካያ ትርጉም ሕውሓት ግን ደሓር ክርደኣካ እዩ
    TPLF ንዘለኣለም ክነብርእዩ❤❤❤44::

    • @gebregziaherhadgu
      @gebregziaherhadgu หลายเดือนก่อน

      ንጉሳዉያን ሼም ኣይትፈልጡን ዲኩም ህዝቢ ምድሓን እምበር ስለ ዉድብ ኣይምልከትን ምክንያቱ ፓርቲ እንተ ጠፈአት ፓርቲ ትትካእ።

    • @zaebakulu8553
      @zaebakulu8553 หลายเดือนก่อน

      @@gebregziaherhadgu ን ሚኢቲ ዓመት ስለምንታይ ኣባርነት ኔርካ