ደብረፅዮን ኣብ ጉባኤ ዝበልዎ፣ጌታቸው ዝሃብዎ መግለፂን/ፌደራል "ህወሓት ውዕል ፕሪቶርያ ኣፍሪሱ" ኢሉ/ tigray news

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 24 ต.ค. 2024

ความคิดเห็น • 77

  • @almazeyassu6532
    @almazeyassu6532 2 หลายเดือนก่อน +1

    Ere fetarina hadinetna, fikrena Selamna habena 🙏🙏🙏

  • @TgistAyalew
    @TgistAyalew 2 หลายเดือนก่อน +4

    በጃከም ሰላም ፍጠሩ

  • @berihuaraya3347
    @berihuaraya3347 2 หลายเดือนก่อน

    ብዝኾነ ንህዝብና ሰላም ይፍጠረሉ ኣሜን ነቲ ሕማቅ ካባና የርሕቆ እቲ ትኽክል እቲ ጌጋ ክትብል ብጣዕሚ እዩ ኣፀጋሚ ካብቲ ዝሓለፈ ኣፈሳሲ ደም የድሕነና።

  • @FevenBerhe-o5m
    @FevenBerhe-o5m 2 หลายเดือนก่อน

    😊😊😊😊

  • @SurprisedChurros-df2pi
    @SurprisedChurros-df2pi 2 หลายเดือนก่อน

    ዓወፅወፅ

  • @atsedetessma7425
    @atsedetessma7425 2 หลายเดือนก่อน

    ትክክል ንጸላኢ አጋሊጹዎ

  • @Shewit-dw9wv
    @Shewit-dw9wv 2 หลายเดือนก่อน

    አታ ግደፉ እንዶ ሰላም ሃብዎ ነዚ ህዝቢ

  • @Welqaithumera
    @Welqaithumera 2 หลายเดือนก่อน +2

    ጉባኤ ጉባኤ ጉባኤ መወዳእታ ዘይብሉ ጉባኤን ጎባእትን ኩሉኹም ማለሊታውያን፡ ሰሪሕኩም ዘይትበልዑ ግዳ ካብ ንስልጣን ክትብሉ ንህዝቢ ኣንፈቱ ተዘናብዑ ?ሕውሓታውያን ወኻሩ።😢😢😢😢😢

  • @negagetachew974
    @negagetachew974 2 หลายเดือนก่อน +9

    ደብረጽዮን ንትግራይ ከምዝሐለፈ ክልክማ እዩ

    • @Setandforget-iu4ry
      @Setandforget-iu4ry 2 หลายเดือนก่อน

      ሓቅኻ ኢኻ ። ተመላሊኡና ክጠፍ እዩ ዝሰብኣይ

    • @Tsehaye-tp9mn
      @Tsehaye-tp9mn 2 หลายเดือนก่อน

      ድዩ ጌታቸው ብደውካ ንትግራይ ሸይጡዋ ኢዩ እዚ ባንዳ

  • @MedhinAbadi-qh3tl
    @MedhinAbadi-qh3tl 2 หลายเดือนก่อน +1

    ህዋሓት ንህዝቢ ተዝሓሰበሉ ነይሩ ካብ ወንበር ወሪደ አለኹ ምበለ ነይሩ ሐዚ ግን ንህዝቢ ሕትኽትኽ የብልሎ ንህዝቢ ዘይግደስ ስለዝኾነ

  • @WelayHagos
    @WelayHagos 2 หลายเดือนก่อน

    ጉባኤ ምክያድ ወሳኒ ዩ ። ኣብ ምምራፅ ግን ፅግዕተኛታት ከይሓልፉ ጥንቃቀ የሓትት ሓደራ ።

  • @mulatadisu6929
    @mulatadisu6929 2 หลายเดือนก่อน +3

    ድሕሪ ሕዚ ብኾሚደረ እውን ዝዋጋእ የለን

  • @MaekeleHagos
    @MaekeleHagos 2 หลายเดือนก่อน +1

    nkid haba nedadi

  • @TeamrMirutsi
    @TeamrMirutsi 2 หลายเดือนก่อน +1

    ህልክ ህልክ ህልክ ህዝቢ ትግራይ ሕዚውን መሊኡ ነፃ ዘይወፀ ኣበሰኛ ህዝቢ እናሃለወ ንሰበሶ ክሰሓሓቡ ኣብፀገም ኣቲና

    • @AyalewAlemu-m5y
      @AyalewAlemu-m5y 2 หลายเดือนก่อน

      ከይናአቲ እማ ንዞም ባንዳታት
      ልከብዶምን ልስልጣኖም ጥራህ
      ልጭነቁ ከም ጌታቸው ረዳ ዝአመስሉ ንክስጎጉ እኮ እዩ ዙጉባኤ ተከፊቱ ዝካየድ ዘሎ ስለዙይ አጆና ትግራይ ትስእር።

  • @DgvDhv-q4l
    @DgvDhv-q4l 2 หลายเดือนก่อน

    በጃከም ሰላም ፍጠሩ 🥺💊🤲

  • @sagaas6052
    @sagaas6052 2 หลายเดือนก่อน

    ሐሰዊ በልዎ

  • @CheerfulDirtBike-bf2mb
    @CheerfulDirtBike-bf2mb 2 หลายเดือนก่อน

    ኣንቱም ሰብ ጌታቸው ነቶም ጉባኤ ዝተሳተፉ ይጥፍኡ

  • @kibromassefa4093
    @kibromassefa4093 2 หลายเดือนก่อน

    ደ/ር ደብረፅዮን ኢልካ ፀሓፍ

  • @CheerfulDirtBike-bf2mb
    @CheerfulDirtBike-bf2mb 2 หลายเดือนก่อน +1

    ህወሓት ይጥፋእ።

  • @سليمه-ص3ذ
    @سليمه-ص3ذ 2 หลายเดือนก่อน

    ኣይይይ ህዝበይ ኣበይ እዩ ዶ መውደቂኻይ፡እዞም ኣዛብእ ዶ ዘጥፍእ ዶ ተሰኣነ😢😢😢

  • @HilufGebrekiros
    @HilufGebrekiros 2 หลายเดือนก่อน

    ህወሓት ሰላም ኣምፂኡ ኣይፈልጥን ። በተኣምር ኣብቲ ሰላም ኣለዎ ዝብሃል ግዜ እዉን ሰላም የብሎምን። ህዝቢ ብኔትዎርክን ካብ ዓቐን ንላዕሊ ብዝበዛን ይሳቐ እዩ ነይሩ።

  • @haqitisier8947
    @haqitisier8947 2 หลายเดือนก่อน

    ውዕል ፕሪቶርያ ፈሪሱ ዝብል ዝብል መግለጺ ፌደራል ብድምጺ ወይ ብጽሑፍ ኣርኢ ሀገረይ ?

  • @tl2254
    @tl2254 2 หลายเดือนก่อน

    ህግደግን ህዋሓትን ሓደ ዮም ,,,, ጌቸ ንቅድሚት

  • @kunama1170
    @kunama1170 2 หลายเดือนก่อน

    ጉባኤ ከይትገብሩ ዝብል ስምምዕ የለን ። እተዝህሉ ብልፅግና ጉባኤ ዝገብር ህወሓት ዘከልክል ክከውን ኣይክእልን። ሃገር ተክለብርሃን ጥርናፈ ዶ ትፈልጥ ??? ዘይጥርነፉ??? ናይ ገታቸው ካብ ደጋግምካ ምቅራብ እስከ ግደፎ።

  • @TilahunMulat
    @TilahunMulat 2 หลายเดือนก่อน

    በዛ በካዕ ህወሓት ሐዝዉን ተመዛባላይ ህዝበይ ክንገላታዕ እዩ ማለት ድዩ

  • @alias784
    @alias784 2 หลายเดือนก่อน

    ቅድሚ ኩሉ ሐድነት መራሕቲ ውድብ ክህሉ አለዋ ።ንድልየት ሕዝቢ ሠላሙን ድሕነቱን ክቅድም ይግባእ ፡ብዘይ ምስምማዕኩም ምክኒያት ተፈጢሩ ዘሎ ሕማቅ ሀዋሁው ዓቢ ምስክር እዩ ።

  • @MesfinAreaya-ib2bu
    @MesfinAreaya-ib2bu 2 หลายเดือนก่อน

    tplf wuste new❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @AberashBerhe-pz8be
    @AberashBerhe-pz8be 2 หลายเดือนก่อน

    አነስ ሳአን ልብምና በረኻታት ትግራይ ከምዘይዋአልኩም አሼሓት ከምዘይሰዋእኩም እም ነኒባእልኹም ሕማቕ ታሪኽ ነዚ ፈተና ዘሕለፈት ምስክን ትግራይ አነባ አነበ ብምባል አደዳ ትጠገብሩዋ አለኹም ምጸታ አለም ከይኾውን በጽሑ ጸሊዩ አህዋት ።
    ካብ አልውሀ ምላሽ አሰካብ ሑሞራይ ሐደ ኾይንካ ህዝቢ ምድሓን እናሀለወ ጉድ ትገብሩና አይሞጹንያ ካብ ምባል ክመጹኡ እዮም ምባል ልብምና እዩ ወይ አነ ወይ አነ።።

  • @HenokHadgu-j8j
    @HenokHadgu-j8j 2 หลายเดือนก่อน

    ፍርቂ መሬት ትትራይ አሕሊፍካ ሒብካ ጉባኤ ንገብር ኢና ኢልካ አብ መድረክ ገዝካ ብጨው ሐፂብካ አብ መድረክ ወፂካ ክትዛረብ ውርዴት እዩ ሕዝብና ናብ መረበቱ ዘተመለሰ ናብ ስልጣን ጉያ ታይ ይባሐል ልኩሉ ግዜ አለዋ ቀፃላይ ዝረአ እዩ

  • @nilewodaytadesse5954
    @nilewodaytadesse5954 2 หลายเดือนก่อน

    Please stop! It is more than enough the blood of innocent young killed in the last war. We need peace and development for our people.

  • @haqitisier8947
    @haqitisier8947 2 หลายเดือนก่อน

    ብሓንብ ኮዮኖም ዝወሰንዎ ጉባኤ እዩ ።

  • @atsedetessma7425
    @atsedetessma7425 2 หลายเดือนก่อน

    ጢሪ እትብል ሐይሊ ካበይ የምጾእ ፋና ደሪእምዎመጀመሪይ tdfዲርእም💪💪

  • @dbhddhdhh883
    @dbhddhdhh883 2 หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @besure6320
    @besure6320 2 หลายเดือนก่อน

    ናትና forum, ንስኻውን ምሕሳው ዶ ጀሚርካ

  • @AberashBerhe-pz8be
    @AberashBerhe-pz8be 2 หลายเดือนก่อน

    አንቱም ሰባት ለቡሙ አህዋተይ

  • @Tsehaye-tp9mn
    @Tsehaye-tp9mn 2 หลายเดือนก่อน

    ጌታቸው ረዳ ዘይረብሕ ናይ ትግራይ ሕዝብ ጥቅሚ ሕላወን አሕሊፋ ምስ PP ዝሰርሕ አሽከር ኢዩ ብጌታቸው መስተ ትድሕን ትግራይ የላን ።

  • @zionzion7109
    @zionzion7109 2 หลายเดือนก่อน

    ጌታቸው እማ የአብይ አገልጋይ ፈረስ ነው ።😂

  • @TigestLemlem
    @TigestLemlem 2 หลายเดือนก่อน

    No fascists Mesherefet, Getachew and Tsadkan able to break the will power of the bravest people in human history.

  • @አላህወኪል-ፈ4ጰ
    @አላህወኪል-ፈ4ጰ 2 หลายเดือนก่อน

    ጭጉራፊስያ በእላ ወቕእ በእላ ተእዊ ድዮሞ ዘበሉ ወለድት መንድዩ ከድረ ጠልሙ

  • @Beehope-y7i
    @Beehope-y7i 2 หลายเดือนก่อน

    ጌታቸው ረዳ ዴሞክራሲያዊ ተሳትፎሓዊሱ ንትግራይ የሰጋግር። ጉጅለ ስብሓት ዕኽኽኽኽኽ........😮 ኣብ ደም ተጋሩ ዕውት ጉባኤ ኣካይድና ተባሃሉ ዝግበር ሳዕስዒት ኣጥቢቕና ንኹንን። TDF ይከበር

  • @AberashBerhe-pz8be
    @AberashBerhe-pz8be 2 หลายเดือนก่อน

    አታዮ አታዮ በጃኹም እንዶ

  • @Say-2424
    @Say-2424 2 หลายเดือนก่อน

    ሃገር ተኽለብርሃን ምስ በቃሉ አላምረው ብሓባር ክትሰርሕ ናሃለኻ ፅቡቅ ፖለቲካዊ ትንተና ትህብ ነይርካ !ናብዛ ትግርኛ ምስ መፃኻ ግና መጨበጢ ዘይብሉ ትንተና ኢኻ ትህብ ዘለኻ።(ኣብቲ ኣርእስቱ ፅቡቅ ይመስል ኣብቲ ዝርዝር ግና ትሕዝቱኡ ቁምነገር የብሉን።

    • @NatnaForum
      @NatnaForum  2 หลายเดือนก่อน

      ኣጆና እቲ ኩነታት እዩ ከምዚ ክስመዓካ ዝገብር ዘሎ፣እምበር ዜናና ኣይኮነን፣ዘየለ ዜና ክንሰርሕ ኣይንክእልን። ዝኮነ ዜና ንሰርሕ ዘለና።

    • @Say-2424
      @Say-2424 2 หลายเดือนก่อน

      @@NatnaForum ብዛዕባ እቲ ዜና ኣይበልኩን !!!እቲ ናይ ፖለቲካ ትንተናኻ ንቲ ኣርእስቱ ኣይምጥንን

  • @XDf-w9l
    @XDf-w9l 2 หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉ጀጋኑ

  • @merhabatube219
    @merhabatube219 2 หลายเดือนก่อน

    ለህዝቡ ኣስ ቡ

  • @HappyBeetle-oy1jy
    @HappyBeetle-oy1jy 2 หลายเดือนก่อน

    ለገሰ

  • @mulatadisu6929
    @mulatadisu6929 2 หลายเดือนก่อน

    ሀገር ትግራይ ክትኾኖ ዝግባእ ናይ ባዕልኻ ዘመናዊ ትንታነ ሓዊስካ ምዕባለታት ተትፅብፅብ ፅቡቕ እዩ

    • @NatnaForum
      @NatnaForum  2 หลายเดือนก่อน +1

      እዚ ሕጂ ኣብ ትግራይ ተፈጢሩ ዘሎ ኩነታት ንትንታነን፣ንመርገፅን ዝዕድም ኣይኮነን(ካብ ረብሕኡ ጉድኣቱ ዘምዝን መሲሉ ስለ ዝተሰመዐና እዩ)። እምበር ሓቅካ

    • @mulatadisu6929
      @mulatadisu6929 2 หลายเดือนก่อน

      @@NatnaForum I understand you too any way be strong and try challenge ideas to ward positive level.
      ትግራዋይ ደሙ ሓፂብካ እውን ካብ ድሑር ኣተሓሳስባ ዝፀርይ ኣይመስለንን ።
      ዕድመ ንልምዓት ጉጅለን ድሑር ጉጅለን

  • @hailemariamgirmayabrha9849
    @hailemariamgirmayabrha9849 2 หลายเดือนก่อน +1

    ሕወሓት ደም ፀማእዎ ይርዳእኺ ድማ

  • @TsegayAlemu-i3f
    @TsegayAlemu-i3f 2 หลายเดือนก่อน

    ደብረጽዮን አይትእበድ። 8:44 8:46

  • @KbromWelday
    @KbromWelday 2 หลายเดือนก่อน

    ሐሳዊ

  • @AronYohanis
    @AronYohanis 2 หลายเดือนก่อน

    ንስኻ ሃገር ዘይኮነስ አሸብር እዩ ክኸውን ዝግበኦ ነይሩ ሽምካ። ጉባኤ ተናዊሑ ዶ ኣይበልካን።?

  • @mesfingitet5473
    @mesfingitet5473 2 หลายเดือนก่อน

    እዝ ሓቂ ደዩ ? ቅዋምከኻ ኣፍልጥ።

  • @tesfayhailu700
    @tesfayhailu700 2 หลายเดือนก่อน

    ሓደ ነገር እንተተፈጥረ ተጠያቂ አይተ ጌታቸዉ ረዳ እዩ .አብዘይምልከቶ እናአተወ no mandate of his own. He is acting like a president. Again and again you are not elected by the people .

  • @melakunigus1533
    @melakunigus1533 2 หลายเดือนก่อน

    ማይ እንተወቐጥካዮ ሓምቦጭ

  • @AsmelashTesfuArgawi
    @AsmelashTesfuArgawi 2 หลายเดือนก่อน +1

    ግምት ኢኹም ናትና ፎረም

    • @NatnaForum
      @NatnaForum  2 หลายเดือนก่อน +1

      ተጋጊኻ ክቡር ሓው| ሚዛናዊ ሚዲያ እዩ ናትና ፎረም።

    • @mulatadisu6929
      @mulatadisu6929 2 หลายเดือนก่อน

      @@AsmelashTesfuArgawi ሕወሓት ኢኻ ንስኻ ከዓ

    • @mulatadisu6929
      @mulatadisu6929 2 หลายเดือนก่อน

      @@AsmelashTesfuArgawi ናትና ፎረም is neutral with positive inclination

  • @AyalewAlemu-m5y
    @AyalewAlemu-m5y 2 หลายเดือนก่อน

    ባንዳ ጌታቸው ረዳ
    ሀሽከር አቢይ ምስ ጎይታኻ አፈርፈር እንተበልካ አብ ትግራይ ዝተምጽኦ ነገር የለን ከም አረጋዊ በርሀ እስኻ እውን
    አ/አበባ ኮይንኻ ከም አድጊ እና ሀለ ልካ ትነበር እምበር ትግራይስ ድህሪ ህጂ አይትረግጻን።

  • @zelelamaru
    @zelelamaru 2 หลายเดือนก่อน

    የኢስ ጌች

    • @AyalewAlemu-m5y
      @AyalewAlemu-m5y 2 หลายเดือนก่อน

      ጌቾ ባንዳ እዩ ደም ብጾቱ ብትኩሱ እናሀለወ ልከሀደ ልጸላእቲ ትግራይ ኢዱ ዝሀበ የኢስ ክትብሎ አይከአልን።

  • @Micky-n4i
    @Micky-n4i 2 หลายเดือนก่อน

    Is Debre tsion a competent person? I doubt badly, because by accident or concidence, I've observed this man oftentimes on the media for about three or more more years he is somewhat mediocre and a simple cadre.Of coures, if you have watched him , he always comes with his laptop.This is rather amanifestation of inferiority complex instead of of intellectual competency.To put it briefly , he is not in a position to evaluate his comrades on qualification whtsoever.

  • @HilufGebrekiros
    @HilufGebrekiros 2 หลายเดือนก่อน

    ወድዛ ረሳሕ ቆሻሻ ደብረፅንተት

  • @harusemret8272
    @harusemret8272 2 หลายเดือนก่อน

    ሃደአ ባልጊ ሃሳዊ ሃሳዊ ቀትኣፊ ምርግጺ ዝይብልካ ሃሳዊ ሎቁማጽ ኣፍክልቢ አዝኒ ዘቢ ትምስል ገጽካ ትርሃቅ ሃሳዊ ኡሱብ ፡ ህውሃት ንቅድሚት ሃሳዊ ኣብ አዉኣን ኩናት ሃዲምካ ethiopia ዝንብርካ ርሳህ አዝኒ ዝቢኢ ኢልካ ኣለኩ

  • @محمدعلي-ش7ب5ث
    @محمدعلي-ش7ب5ث 2 หลายเดือนก่อน

    ፈሪሕኹም ተፍርሑ ጌታቸው ዝበሃል ዕሉል ባንዳ ብረዝዳንት ኢልካ ከም መፋራርሒ ምጥቃም ትክክል አይኮነን ለገሰ ቲሉ ትብሎ ዘለኻ ማዓዝከ ንትግራይ ፅቡቕ መግለፂ አውፂኦም ይፈልጡ ስለዚ በዓል ሃገር ሓወይ ብዙሕ ክዝገብ ዝግበኦ ካሊእ ዛዕባ አሎ

  • @harusemret8272
    @harusemret8272 2 หลายเดือนก่อน

    ሃደአ ባልጊ ሃሳዊ ሃሳዊ ቀትኣፊ ምርግጺ ዝይብልካ ሃሳዊ ሎቁማጽ ኣፍክልቢ አዝኒ ዘቢ ትምስል ገጽካ ትርሃቅ ሃሳዊ ኡሱብ ፡ ህውሃት ንቅድሚት ሃሳዊ ኣብ አዉኣን ኩናት ሃዲምካ ethiopia ዝንብርካ ርሳህ አዝኒ ዝቢኢ ኢልካ ኣለኩ

    • @Umkevihêvï
      @Umkevihêvï 2 หลายเดือนก่อน

      ንሰላም ስበኹ ኾራኹር ህወሓት