ኣብ ህልው ኩነታት ትግራይ ዝተውሃበ መግለፂ [ሕዚ] / ዶ|ር ሰለሞን እንታይ በሉ? /ካብ ወጀራት ዝተልኣኸ መግለፂ፣9 ኣመራርሓ! / tigray news

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 25 ต.ค. 2024

ความคิดเห็น • 72

  • @rona7755
    @rona7755 2 หลายเดือนก่อน +6

    ❤ማተሳኣ፡ ልበይ ረኺብኩማ። ዓወት ንዓኹም።❤

  • @atsedetessma7425
    @atsedetessma7425 2 หลายเดือนก่อน +4

    ደጉተር ሰለሙን ሰላምካ እምነ ❤❤❤❤❤❤

  • @akliluhaile971
    @akliluhaile971 2 หลายเดือนก่อน +2

    Thank you Natna Forum

  • @NigistTesfahungne-n4c
    @NigistTesfahungne-n4c 2 หลายเดือนก่อน

    ማትሰአ ብጣዕሚ የቕንየልና ክበሩና

  • @ejigayehumisgina5471
    @ejigayehumisgina5471 2 หลายเดือนก่อน

    ሃገር ተባረኽ

  • @TTG-t3k
    @TTG-t3k 2 หลายเดือนก่อน +3

    Agree with UTNA .

  • @atsedetessma7425
    @atsedetessma7425 2 หลายเดือนก่อน +2

    ማቲሲአ ፈጣሩ ሰላምካ ይብዛህ🙏🙏🙏🙏🙏🙏

  • @mawchagebreyohannes5987
    @mawchagebreyohannes5987 2 หลายเดือนก่อน +1

    ክብሪ ንውድብና ህ'ወ'ሓ'ት💪💖💪
    ክብሪ ንጅግና ሰራዊትና💪💖💪
    ኣብ'ዚ ታሪኻዊ ጉባኤ ዘይሳተፍ ኣባል ድማ ባንዳ እዩ!!!

    • @alematgebretatyes1023
      @alematgebretatyes1023 2 หลายเดือนก่อน

      ሓሳዊት ዝተማዘበለ ህዝቢ ይቀድም

  • @mebrimebriy
    @mebrimebriy 2 หลายเดือนก่อน +1

    ወጅራት እናበልካ ትግራይ ዓባይ ገዲፋካ ላበይ።

  • @NegashGmedhin
    @NegashGmedhin 2 หลายเดือนก่อน +1

    ንጉባኤ ህወሓት ዝፈርሕ ካብ ተሐታትነት ምህዳም ጥራሕ ዘይኮነስ ጥሕሰት ሕገደንቢ እቲ ውድብን ፋሉሉነትን እዩ ።

  • @Dagibiruk-x6n
    @Dagibiruk-x6n 2 หลายเดือนก่อน +1

    ጀጋኑ ደቂ 20 ኧዲ

  • @lemlemmirach7838
    @lemlemmirach7838 2 หลายเดือนก่อน

    Thanks UTNA❤🎉

  • @peacewinn8887
    @peacewinn8887 2 หลายเดือนก่อน

    ሃገር ድማ እተቅርቦም ዘለኻ እዋናዊ ሓበሬታታት ከብሪ ይሃብካ ንህዝብ ጥራሕ ብምውጋንካ ንቀፃሊ ውን ከምዚ እልካ ንሓቅን ህዝብን ብዝጠቅም ናይ ማንም ውድብን ሰብን ደጋፊ ከይኮንካ ክትቅፅል ይምነ❤❤❤❤

  • @BereketKiflu-y6z
    @BereketKiflu-y6z 2 หลายเดือนก่อน +2

    ጫቁጫቁ ክሳብ ጉባኤ ዝዉዳእ ። ድሕሪኡ ኩሉ ዘፍ ክብል እዩ

  • @peacewinn8887
    @peacewinn8887 2 หลายเดือนก่อน

    ብዶር ሰለሙን ኪዳነ ዝቀረበ ሓሳብ ሙሉእ ብሙሉእ ክውሰድ ዘለዎ ንህዝቢ ትግራይ ካብዚ አትዎ ዘሎ ፀበባ ዘውፅእ ስለ ዝኾነ ዝሰምዕ እዝኒ እንተልዎምስ❤❤❤❤❤

  • @abebakebede1270
    @abebakebede1270 2 หลายเดือนก่อน

    አይይይ እግዚአብሔር ይገስፅኩም።

  • @ejigayehumisgina5471
    @ejigayehumisgina5471 2 หลายเดือนก่อน

    Thank you, ❤UTNA

  • @KflomGs
    @KflomGs 2 หลายเดือนก่อน

    ንዶ/ር ሰሎምን ን ማ.ት.ስ.ኣ የቀንየልና

  • @AbebaGebretsadik
    @AbebaGebretsadik 2 หลายเดือนก่อน +1

    ኣየ ወጀራት ጀጋኑ ።

  • @ForoIngal
    @ForoIngal 2 หลายเดือนก่อน

    ጎቦዝ ሰለሙን

  • @RasAlula-q3h
    @RasAlula-q3h 2 หลายเดือนก่อน

    ኣቱም ሰባት 2 ትግራይ ከይንርኢ😢😢😢

  • @hiwotegebrekirose3316
    @hiwotegebrekirose3316 2 หลายเดือนก่อน

    ደ/ር ሰሎሙን ጂግናኖ

  • @rona7755
    @rona7755 2 หลายเดือนก่อน +2

    ዶ/ር ሰለሞን ኣፍካ ማዓር ይጥዓም። ወፊርካ እቶ።

  • @LidyaGebremedhin-p6c
    @LidyaGebremedhin-p6c 2 หลายเดือนก่อน +5

    Tplf forever💊

  • @santiyago7635
    @santiyago7635 2 หลายเดือนก่อน

    ከወግሕ እዩ።

  • @TeteH-fo5wj
    @TeteH-fo5wj 2 หลายเดือนก่อน

    እባካቹ ህዋህቶች ለግላቹ ለ7ዘራቹየስስታምና የአይነደረቅ መናፍስተሽብላችሁ ህዝብን ኡትጉድ ሰከን ባለ መንገድ በሀይማነታቹህብሉእ ፀልያቹ ከህዝብ በታችሁናችህ ስልጣናችሁ

  • @May-vt1jq
    @May-vt1jq 2 หลายเดือนก่อน

    ዝገርም እዩ ተወካሊ ህዋሓት ዘይፈልጥ እማ ኣባል ህዋሓት ስለዘይኮነ ክመፅእ እዉን የብሉን መግረምቲ እዮም

  • @mekidana315
    @mekidana315 2 หลายเดือนก่อน

    ሚዛናዊ ንምዃን እትገብሮ ፃዐሪ ዝነኣድ እዩ!

  • @AfoBelay
    @AfoBelay 2 หลายเดือนก่อน +1

    Super media

  • @TilahunMulat
    @TilahunMulat 2 หลายเดือนก่อน +1

    ኣነ ብጉባኤ ኣይቋወምን ነገር ግን እቲ ጉባኤ ትሓታቲ ክህሉ ኣለዎ ህዝብና ልዕሊ 1 ሚልዮን ሰብ እዩ ጠፊኡና ስለዚ መራሕቲ ህወሓት ከከም ጥፍኣቶም ክሕተቱ ይግባእ ኣብ መዋእልና ከምዚ ዓይነት ፅንተት ርኢና ኣይንፈልጥን እታ ጉባኤ በዚ እንተጀሚራ ቀዳማይ ደጋፊ ኣነ እየ ተዘየለ ከም 93ን እቲ ዓብዬ ጉዳይ ገዲፍካ እቲ ድሕሪኡ ዘለዉ ነጢርካ ጉባኤ ማለት ካብ ትሓታትነት ንምምላጥ ስለዝኾነ ኣይቅበሎን

  • @SoloatoTomas
    @SoloatoTomas 2 หลายเดือนก่อน

    ዓድ ወጀራት ዘቅረብዎ ሓሳብ ቁብልነት ዘየብሉ እዩዐኣብት ጉባኤ ኣትዮም ክገልፅዎ ዝኽእሉ ሓሳብ እዩ

  • @kirosalemHadgu-z2i
    @kirosalemHadgu-z2i 2 หลายเดือนก่อน

    yekenyelna ሶል

  • @kirosalemHadgu-z2i
    @kirosalemHadgu-z2i 2 หลายเดือนก่อน

    👍👍👍👍👍👍

  • @asmeromembaye419
    @asmeromembaye419 2 หลายเดือนก่อน

    ትግራይ ትፈርስ

    • @lemlemmirach7838
      @lemlemmirach7838 2 หลายเดือนก่อน

      Way reseka yifres mifrasa keyraka sedi

  • @alias784
    @alias784 2 หลายเดือนก่อน

    ቅድሚ ኩሉ ሠላምን ቅሳነትን ክንሕሉ ንክእል ሐድነት ምስ ዝሠጥም፣ ምስ ዝድልድል ጥራሕ እዪ ።

  • @May-vt1jq
    @May-vt1jq 2 หลายเดือนก่อน

    ሕመቅ ዝውገድ ካብ ጉባኤ ብምህዳም ኣኮነን እከለ ዞባ ኣተሳተፈን ዘይምስታፍ መብት እዩ ሓብርና ንበስብስ ዝብል ግን ናይ ድንቁርና መጨረሻ እዩ

  • @Haregte
    @Haregte 2 หลายเดือนก่อน

    ኣቱም ህዝቢ 👍👍👍 ላይክ ዘይትገብሩ እባ🤔 ምምፃእኹም ዘይተረፈኩምም?

  • @rona7755
    @rona7755 2 หลายเดือนก่อน +5

    ተውካሊ ህወሓት መን ምዃኑ ስለዝተደናገርና፡ ድዮም ዝበሉ ካብ 20ዓዲ ወጀራት? ምስህወሓት ስቕ ኢሎም እዮም ዝኸዱ ነይሮም ፡ሕጂ ድማ ደቂ ራያ ክወፁ ሰሚዖም፡ ደብዳቤ ቀዲሖም እዮም ሰዲዶማ። ህወሓት ግን ትዃና እያ ተራግፍ ዘላ። ብጥቕሚ ተኣሳሲሮም ኣትዮም ዝነበሩ፡ሕጂ እውን እታጉባኤ ዝፈርሕዋ እዮም ዘንሳሕቡ ዘለው። እምበር ናይ ቀደም ተጋደልቲ ኣብ ድፋዕ ኮይኖም እውን እንተኾነ ጉባኤ ኣቋሪፆም ኣይፈልጡን።

    • @YonasGebreegziabher-x8s
      @YonasGebreegziabher-x8s 2 หลายเดือนก่อน

      Anta dedeb keykisesun keytiyequn elom eyom gubae zekayidu zelewu.

  • @zefengorhawaria8526
    @zefengorhawaria8526 2 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤😭🤲🙏🙏🙏

  • @HagosTaye-r5d
    @HagosTaye-r5d 2 หลายเดือนก่อน +1

    ዶ/ር ሰለሙን አቅሚ ዘለዎ ሙካኑ አብ አዲሰ አበባ ሪኢናዬ ኢና ናብ ቅድሚት ንከመፅእ ይምነ

  • @marchoyentertainment2635
    @marchoyentertainment2635 2 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @hayelomhagosyiheys9825
    @hayelomhagosyiheys9825 2 หลายเดือนก่อน

    ማተሳኣ ክርክር ትሓሕትዩ

  • @TeteH-fo5wj
    @TeteH-fo5wj 2 หลายเดือนก่อน

    ስልጣናችሁ ለተማረሰውለአድስ ትውልድ ያስረክቡ እባካችሁ ከእፋችሁ እስከ አፍንጫችሁ አትሰብድሀ የትግራይ ህዝብየከፈለው መስዋአትየፈሰሰደም አፍያውጣ❤❤❤

  • @NegashGebremedhin
    @NegashGebremedhin 2 หลายเดือนก่อน

    ኣንበሳ ደር ሴሌ

  • @almazyehdego4802
    @almazyehdego4802 2 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤️❤️❤️❤️💠

  • @atsedetessma7425
    @atsedetessma7425 2 หลายเดือนก่อน

    ኢሲራ አዲ ወጀራት ምዉጋን እዩ😡😡😡

  • @TeteH-fo5wj
    @TeteH-fo5wj 2 หลายเดือนก่อน

    በመጀመርያ ሰላም ለውድ ጋዘጠኞች ብጣም ይገርማል ወንበር መያዝ ርስት አይደለምበእኔ እድሜ ውስጥ3ግዘ ከደርግ ከሻእብያ ከአብይብከፍተኛ መልኩ ጦርነትመስዋእት ከፍለዋልናለህዝብ ነፃነት ለመውጣትእንጂለግለሰብ ስልጣን አይደለም❤❤❤

  • @YonasGebreegziabher-x8s
    @YonasGebreegziabher-x8s 2 หลายเดือนก่อน

    Matesaa kinfi TPLF koeyu

  • @HagosTaye-r5d
    @HagosTaye-r5d 2 หลายเดือนก่อน

    ተቃወምቲ ንትግራይ ዘህሸ ዝተሰማመዕሉ አጀንዳታት ከዳለው አለው

  • @YonasGebreegziabher-x8s
    @YonasGebreegziabher-x8s 2 หลายเดือนก่อน

    Raya and Enderta dihri hezi Tigrai kemzeykone filetu....antum kahdamat. Kidu eti gubae ab Adwa giberuwo.

  • @berhehagos6149
    @berhehagos6149 2 หลายเดือนก่อน

    ድሕሪ ስምምዕ ሰላም ፕሪቶርያ ኣብ መንጎ መሪሕነት ሂዊሃት ዝካየድ ዘሎ ግጭት ብሓቂ ዘተሓሳስብ እዩ። እቲ ብነብሰ-ፍትወት ዝድረኽ ቃልሲ ​​ስልጣን፡ ነቲ ድሮ ብኲናትን ምጽናት ዓሌትን ዝዓነወ ዞባ ዝያዳ ንምርግጋእ ሓደጋ ኣለዎ። መራሕቲ ካብ ጽቡቕ ሂወት ናይቲ ከገልግልዎ ዝግበኦም ህዝቢ ንላዕሊ ንናይ ገዛእ ርእሶም ህርፋን ቀዳምነት ክህቡ ምርኣይ ተስፋ ዘቑርጽ እዩ።
    ኣብ ቅድሚ ከምዚ ዝበለ ምክፍፋል ህዝቢ ትግራይ ንቑሕን ነቐፌታን ኣብ ስልጣን ዘለዉ ወሳኒ እዩ። እቲ ትኹረት ኣብ ዳግመ ህንጸትን ምሕዋይን ካብቲ ናይ ቀረባ ሕሉፍ ራዕዲ እምበር ኣብ ምድግጋም ተመሳሳሊ ጌጋታት ናብ ግጭትን ስቓይን ዘብጽሐ ክኸውን የብሉን።
    ህዝቢ ትግራይ ናይዞም መራሕቲ ዓርሰ-ምግልጋል ኣጀንዳታት ብምንጻግን ብዓይነ-ስውር ምክትታል ብምእባዩን፣ ንሰላም፣ ምርግጋእ፣ ምሕዋይ ክልሉ ቀዳምነት ዝህብ ሓቀኛ ኣመራርሓ ክደፍእ ይኽእል። እዚ ሕብረተሰብ ብሓባር ደው ኢሉ ተሓታትነትን ካብቲ ንነዊሕ እዋን ዘሳቐዮ ዑደት ዓመጽን ናይ ስልጣን ቃልሲን ነጻ ዝኾነ መጻኢ ክሓትት ዘለዎ ኣገዳሲ ህሞት እዩ።

  • @santiyago7635
    @santiyago7635 2 หลายเดือนก่อน

    ደኩተር ሶሎምን ?ትካላት ብቻ ዘይኮነስ?ኢትዮጵያ እውን። ሃገር አብምግባር እጃምና ዕዙዝ እዩ። ባዓል ዋና ኢና ቶም ካልኦትም። ናበይ ንኢሱንያ ተበልኩስ ተቆሪሱኒ።

  • @AbrehaleyArku
    @AbrehaleyArku 2 หลายเดือนก่อน

    ማትሳኣ ሩሱን ብሄራዊ ሰሚዒት ዘለዎ ትኻል እዩ ሕጂ ግን መን እዩ ገበናኛ ዝብል ኽትምሪምሪዎ አለኹም ።

  • @atsedetessma7425
    @atsedetessma7425 2 หลายเดือนก่อน +1

    ምስ ጌታቸው ተአዘሩ

    • @TilahunMulat
      @TilahunMulat 2 หลายเดือนก่อน

      እወ ንዕዘር እንታይ ከይንኾን ፈሪሕኺ

  • @shushayabraha
    @shushayabraha 2 หลายเดือนก่อน

    ሓሳባት ኣብ ዝተረኸበ መድረኽ ኣቲኻ ሓሳባትካ ብ ምቅራብ ውሳነ ኣብዝሓ ኣኽቢርካ ካብ ኣረኣእያ ሰዓራይ ተስዓራይ ኣተሓሳስባ ወፂኻ ብቀፃልነት ምቅላስ ናይ ሰብ ኣዞ ተግባር ምግባር እምበር እናሃደምካን እናነስነሰካ ምኻድ ህዝባዊ ውግንናኻ ገዲፍካ ናብ ገባራይ ሓዳጋይ ወይ ዲክታተራት ምፅጋዕ ናይ ነውሪ ነውሪ እዩ። ከም ህዝቢ ድማ ነዚ ተግባር ብምኹናን ብፍላይ ከባብያውነት ዝፅየፍ ወለዶ ንፍጠር ጉባኤ ህወሓት ክዕወት እዩ።

  • @tekonlyathechosen-zh8jg
    @tekonlyathechosen-zh8jg 2 หลายเดือนก่อน +1

    ማተሰአ እሱር አረጊት አተሓሳስባን አብ ዝሰልጠነ ዓዲ እንዳነበረ ዘይሰልጠነ ንሓፍታምን ለምለም ማህፀን ትግራይ ዝኸሓደ ብዘይካ ...እንዳበለ ንባዕሉ ዝፀልመቶን ነቲ ሓዱሽ ወለዶ ምንባብ ዝተፀገመ ማሕበር እዩ። ኣብ ላዕሊ እንዳተፀበኻዮ አብ ታሕቲ'ውን ትስእኖ ኣመራርሓ ዝወነነ ማሕበር ምኻኑ ግልፂ ዝገበረ'ዩ።

    • @AbebaGebretsadik
      @AbebaGebretsadik 2 หลายเดือนก่อน

      ልገርሙ ኮየኦም ብሱሩኸ ድምቀትን ዓወትን ልመበል 14 ጉባኤ ዶ የኦም ልበሉ ፏሕታ!!
      ማተሰኣ ህወሓት እግረተከል ልገብር ጉባኤ ዶ የኡ ክድገፍ ልግበኦ ?

  • @mekonnengurmesa4121
    @mekonnengurmesa4121 2 หลายเดือนก่อน

    አየ ሃገር መደፍ ቀሚስካ ኢኻ መስለኒ ብሁራ ብትግራይ ፎርም እንተመፃኻ ዓቕልኻ ፀቢቡካ

    • @lemlemmirach7838
      @lemlemmirach7838 2 หลายเดือนก่อน

      Hager miente Hezbi Tigray selamin hadenetin nikukon zexerer jegna journalist eu halewlew aytibel

  • @CheerfulDirtBike-bf2mb
    @CheerfulDirtBike-bf2mb 2 หลายเดือนก่อน

    ማታሳኣ ናይ ህወሓት መደናገሪ ተለኣኣኺ እዪ

  • @Tesfayreda-i6y
    @Tesfayreda-i6y 2 หลายเดือนก่อน +1

    ሓቂ ስርሑ ማእኸላይ ኩሚቴ ብ4+ ሰብ ዝውነን ስራሕ ወላሓንቲ ኣይንፈቅድን ህዝቢይ ትግራይ ዘማእኸለ ጥራሕ ን ጥራሕ እዩ ክኸውን ዘለዎ ተዘይለ ኣንሕና ዝበልናዮ ተዘይኮይኑ ግን ኣዕነዋይ ተግባር እዩ ህዝቢይ እዩ ዝበዝሕ ናይ ህዝቢ ሓሳብን ባህግን ዘየቀድም ማነኛው ኣካል ኣብ ትግራይ ብዘሐዚይ ሰዓት ኣይነብርን ለ ኣይ መርሕን ስለዚ ነባራት መራሕቲ ውድብና ሕወሓት በቃ የኣኽለኩም ናብ ወሎዶ ኣሸጋግሩ ህዝቢ ሮፍታ ይርከብ

  • @IsacAbera
    @IsacAbera 2 หลายเดือนก่อน +1

    ኣብ ዝጠንከረ መድረኽ ዘርጠብጠብ ምባል ንቡር ቃልሲና እዩ። እታ እዋን ከምሕላፋ ክትሓልፍ እያ ሰብ ግን ፈቲና እያ እታሓልፍ እቲ ታሪኽ ክቅፅል እዩ ሕድሪ ስውኣት ከንቱ ኣይተርፍን። ህወሓት ንምፍራስ ከቶ ኣይካኣልን። ህወሓትነት ኮይንካ እምበር መሲልካ ኣይኽወንን። ዕረ ዝጥዕሞ ዕረ ይጥዓሞ እምበር ፈተና ይብዛሕ እምበር ህወሓት ብዝኾኑ ክትድሕን እያ።ህወሓት ብዝመስሉ ክትድሕን ኣይንፅበን። ብብዙሕ መለክዒ መሚና ሪኢናኩም መዚናኩም ሰለዝኾነ ህወሓት ክትድሕን እምበር ውልቀ ሰባት ምድሓን ዕላማ የብልናን። ምስ ሕመቁ ውድብና ብስርዓት ዘረክበና እምበር ብዘይ ኣገባብ ዝብትነና ኣይንድግፍን እዩ እቲ ቃልሲ።

    • @TilahunMulat
      @TilahunMulat 2 หลายเดือนก่อน

      እሞ ናይ 93ን ይደገም ዲኻ ትብል ዘለኻ ? ዉድብ ብስምዒት ኣይድገፍን ብኣመክንዮ እምበር ልዕሊ 1 ሚልዮን ዝጠፍአ ህዝብናኸ መን ይተሓተት ኢልካ ትኣምን ?

  • @negagetachew974
    @negagetachew974 2 หลายเดือนก่อน

    ሕወሓት ሕዝቢ ለኪሙ ከይጠፍኤ ሕወሓት ኔትዎርክ Must Go ሕዝቢ ትግራይ ዘድልዩ ባዕሉ ዝመረጾ መንግስቲ ጥራሕ እዩ