መልእኽቲ ጌታቸው ረዳ፣ኣኼባ ካብ መቐለ/ ሪፖርት ሞንጀሪኖ ካብ ጉባኤ ህወሓት/ምዕራብን ደቡብን ትግራይ ሓድሽ ዜና/ tigray

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 10 ก.ย. 2024
  • #tigray #tigraynews #ethiopia #ethiopianews #ሰበርዜና #ሰበር #tigrignamusic

ความคิดเห็น • 92

  • @KflomGs
    @KflomGs 26 วันที่ผ่านมา +5

    ህወሓት ተዓዊቱ

  • @DawitWm
    @DawitWm 26 วันที่ผ่านมา +7

    ዓወት ንጉባኤ ህወሓት

    • @chelseaforever9905
      @chelseaforever9905 26 วันที่ผ่านมา

      ሽንቲ ዓድዋ ፎእእ

    • @user-bd8ep5qk2x
      @user-bd8ep5qk2x 26 วันที่ผ่านมา +1

      ምስሖሞ ኣኼባ ድራሮም ኣኼባ

    • @Teklay14
      @Teklay14 26 วันที่ผ่านมา

      ተወገር አታ ዕሱብ አለም

    • @hiwimebrihetu7315
      @hiwimebrihetu7315 26 วันที่ผ่านมา

      Ifhsjshag

    • @hiwimebrihetu7315
      @hiwimebrihetu7315 26 วันที่ผ่านมา

      Dj

  • @user-dl7dw2gh9q
    @user-dl7dw2gh9q 26 วันที่ผ่านมา

    ብሓቂ ኢድ ዘእቱ ምዃኑ ተረጋጊፁ፤ ብህዝቢ ዘይተወከሉ ሰባት ብዘይድምፂ ክሳተፉ ህወሓት ዝመልመሎም ተወከልቱ ብኢደ ወነን ብድምፂ ክሳተፉ ምግባር ፀረ ዴሞክራሳዊ ምዃኑ ኣረጋጊፁ። መሕዘኒ ዉድብን ጉባኤተኛን!

  • @HadguAbadi-c8z
    @HadguAbadi-c8z 26 วันที่ผ่านมา

    long live to geach

  • @alias784
    @alias784 26 วันที่ผ่านมา

    ብዘይ ሐድነትን ሕብረትን ዝከውን ነገረ የለን ።፡ልዕል ኹሉ ጊዜ ክንነቅሕ ይግባእ ። አለበለዚያ ......

  • @Azsx234-fq9qd
    @Azsx234-fq9qd 26 วันที่ผ่านมา

    ህዝቢ ዳኣ ሓደ ኩኑ ይብል ኣሎ ሓሲቡን ኣስተንቲኑንዝሰምዖሲኢኑ

  • @AberashBerhe-pz8be
    @AberashBerhe-pz8be 26 วันที่ผ่านมา +2

    ተጋሩ ተጋሩ አታ ሕበሩ መሰመርኩም ሓልውዬ።
    አነ ትግራይ ዘአደይ አዲ ቐሽ ገብሩዬ
    አነ ትግራይ ዘአደይ ድበሮም ዘኽቡርዬ
    አነ ትግራይ ዘአደይ ድሮን ደው ዘበሉዬ
    አታ ሎሚ ሕበሩ ንትግራይ አኽቡሩዬ
    ውሽጠይ አዚኑ ኢዪ ሕርር ኢሉ አምርሩዬ
    (አይኮነዶ አበላት ህውሓት አብ መኸተ ትግራይ አጃምኩም ዘወፈይኹም ውድባት ትግራይ ብሓባር ትግራይ አድሕኑዋ።)
    ሰለምንታይስ ንትግራይ ብአለም ዝፍለጡ ጸላእቲ ሓብሮም ብ4 ማእዝን ከቢቦም ዝመጸና ሳኢብዬን ንዘክሮባ ።

  • @Ggds-i1w
    @Ggds-i1w 26 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤❤

  • @hailemariamgirmayabrha9849
    @hailemariamgirmayabrha9849 26 วันที่ผ่านมา +3

    ናይ ሕወሓት ጉባኤ ካብቶም ናይ ቅድሚ ሕጂ ዝተገበሩ አኸባታት ዝፎልዬ ነገር የለን።
    ጌታቸው ድማ ናበይ ከምንኸይድ ኩሉ ይሕሰብ ማለቱ ስሕተት እዩ። መሪሕነቱ ዳኣ እንታይ እዩ?

  • @fff-g3q
    @fff-g3q 18 วันที่ผ่านมา

    🎉🎉

  • @AsefaTafere
    @AsefaTafere 26 วันที่ผ่านมา

    ካሳ ሃ ማርያም ሐቂ እዩ ህዝቢ ምዕራብ ትግራይ ከይምለስ ዝገብርዎ ዘለው ሽርሒ እዩ ግን ድሐን

  • @user-hu4kn2nl6w
    @user-hu4kn2nl6w 26 วันที่ผ่านมา

    ናካሳ ብጣዕም ትኽክል እዩ ኩሎም ክሰምዕዎ አለዎም

  • @HadushHaile-t5y
    @HadushHaile-t5y 26 วันที่ผ่านมา

    ካሳ ኣመስግኑለይ።

  • @yohannesgebreyesus8096
    @yohannesgebreyesus8096 26 วันที่ผ่านมา +5

    በይዛኻትኩም ኩልኹም ተጋሩ ኣሕዋትና! ትግራይ ናይ ውሽጥን ደገን ማእገር የድልየና እዪ። ብስሩ እባ ኣየናይ ርኣቶ ዔለም ኣና ንኽተል ዘለና? ትግሪይ ምስ ኣመሪካ ዘለዋ ርክብ ንምድልዴል ጠንኪርና ንስራሕ!

  • @SagolPagol-p3f
    @SagolPagol-p3f 26 วันที่ผ่านมา

    ጌታቸዉ ናብ መስመርካ እቶ በልዎ እንታይ እዩ ዝገብር ዘሎ ምስ ህዝብና ዝጨፍጨፈ ፀላኢ ንምንታይ ላሓስሓስ ይብል ኣሎ ሃገረ ትግራይ እናበለ ዝተሰወአ ተጋዳላይ ንምንታይ ይጠልም ኣሎ

  • @user-wn8cm9oi5q
    @user-wn8cm9oi5q 26 วันที่ผ่านมา +1

    ግባኤ ጉጅለ ዓድዋ ዘይትብልዎ መንጀርኖ ዓድዋ ደብረጸን ዓድዋ ኣለም ገብረዋሂድ ዓድዋ ንሳቶም ጥራይ ዲዮም ዝመርሕዎ ዓጋመ ኣክሱም ተንቤን እንደርታ ራያ ኣድያቦ ዘየለዊ ናይ ሓደ ከባብ ዲያ እታ ህዋሓት ኮይና በቃ ነዚኦም ክንስዕሮም ጥራይ ዘለና ዓለታዋይ ኢዮም እዞም ጉጅለ ደብረጸን መንጀርኖ

  • @EnanuEnanu21
    @EnanuEnanu21 26 วันที่ผ่านมา

    አነ ብወገነይ ሰሙነ ሙሉኢ ትሀሚሰ ነይረ ግን ህዚግን ኒቲይ ኒቲይ ክብል አይኪደዕልን አግርሞምልይ ሰለስተ አመት ሙሉዕ እሞ ክደይ ሀልፊና ንሀሊፈለና ገናናይልብይ ዚዛረበሉ ግዜ ክደይ አሎ

  • @HaileJenai
    @HaileJenai 26 วันที่ผ่านมา

    Massage W/ Mariam's advice is very valuable!!!

    • @HaileJenai
      @HaileJenai 26 วันที่ผ่านมา

      Kassa W/Mariam's advice is very valuable!

  • @AsefaTafere
    @AsefaTafere 26 วันที่ผ่านมา

    ምዕራብ ከ?

  • @berhaneyebeyen5
    @berhaneyebeyen5 26 วันที่ผ่านมา

    ትማሊ ዘቕረብካዮ ለሚ ከምሓድሽ ምቕራብካ

  • @kunama1170
    @kunama1170 26 วันที่ผ่านมา

    ተዓዲሙ እበር ኣከባ ጌታቸው ዝኣከቦ ኣከባ የለን ።

  • @dawittesfgaber5484
    @dawittesfgaber5484 26 วันที่ผ่านมา

    ናይ ሱዳን ስ ርኢና ናይ ኢትዮጵያ ከምኡ የርኤና ሰላም ከሊትና ዘላ

  • @efremgm3336
    @efremgm3336 26 วันที่ผ่านมา

    Otherwise keep up the good work.

  • @EnanuEnanu21
    @EnanuEnanu21 26 วันที่ผ่านมา

  • @TesfayWelay-h5p
    @TesfayWelay-h5p 26 วันที่ผ่านมา

    ሓቂ እንዶ ፀብፅብ ብፍላይ ናይ ለተሃይማኖት

  • @DawitWm
    @DawitWm 26 วันที่ผ่านมา +1

    ቀሊል መልሲ ኢዩ ጌቾ ናብ ብልጥጌ ይወስደና አሎ

  • @mebrehetbenian3784
    @mebrehetbenian3784 26 วันที่ผ่านมา

    Ah adeda amharu do tkewin ekawedey bisenki getachew reda

  • @user-jv8uy9jq5q
    @user-jv8uy9jq5q 26 วันที่ผ่านมา

    ብወገነይ ዝርደአኒ ከባባዊነት ዝብል ትግራይ ከም ትግራይ ናብ ሓደጋ ዘእትው ዩ። እዙበሓሕላ ዙይ መሕብኢ ሕመቅ እምበር መድሕን ትግራይን ትግራዋይን ክኾን አይክእልን። ውድብ ዓለባ ኮይኑ ኣይአርግን ዝበሀል ጌጋዩ። አተሓሳስባ ተአሪጉ ውድድብ አርጉ ማለት ትርጉሙ ።

  • @Hareg675
    @Hareg675 26 วันที่ผ่านมา

    እቱ ዘሕዝን ዞም ኩሎም ሙሁራት ሒዝና ዶ ኣብ ከብዳማት ወዲቕና ምተረፍና😢 ምስሓቅ ጓህማማት😢

  • @AsefaTafere
    @AsefaTafere 26 วันที่ผ่านมา

    ሕልሚ ከም ቀደም ይመስለክን ውሕጅ ይወስደክን ድንቁርና

  • @misginaamanuel9985
    @misginaamanuel9985 26 วันที่ผ่านมา

    What is the different between the agreement of Algiers and the agreement of South Africa kkkkķk

  • @AbrhamAdehane
    @AbrhamAdehane 26 วันที่ผ่านมา

    ክትፈርስ አይትድለይን ነገር ግን ተደጊፍካያ ዝገደደ እዩ ትፃዓነካ ቢሂዎትካ አዩ ትረማመድ ሂወት አትልግስን ሂወት እዩ ትምጥል ።

  • @CheerfulDirtBike-bf2mb
    @CheerfulDirtBike-bf2mb 25 วันที่ผ่านมา

    እሞ መንጃርን ጉጅለኣን እሰርዎም

  • @misginamusazgi6166
    @misginamusazgi6166 26 วันที่ผ่านมา

    ሃገር ደጊም ሓሶት ካብ ቶም ዘፈንገጡ እኹም ተረኽብዎ ካብ ኣብ ጉባኤ ዘለዉ ሚስጢር ምውጻእ የለን

  • @nigusehaftu201
    @nigusehaftu201 26 วันที่ผ่านมา

    መሕዘኒ እዩ ጉዕዞ ህወሓት
    አደደ ተበለፅቲ ህዝቢ ሓይልታት ኾይኑ አሎ
    መድሕን ዝሰአነ ህዝቢ ትግራይ እስካብ መአዚ?

  • @user-li4iz2pg1o
    @user-li4iz2pg1o 26 วันที่ผ่านมา

    እሳቶም ደሰ ዝበሎም ይግበሩ ህዝብግን ዘዋፀእና ክንገብር ኢና

  • @mebratualemumahamedjafijafi
    @mebratualemumahamedjafijafi 26 วันที่ผ่านมา

    ትግሬ ተከዜ አይሻገርም ትግሬ በአስመራ መንገድ ነበር ወልቃይት የሚመጣ

  • @mebrehetbenian3784
    @mebrehetbenian3784 26 วันที่ผ่านมา

    Entayda kgebru yweruna enber ayashu tegaru siklom ybaesu alewu.

  • @zaebakulu8553
    @zaebakulu8553 26 วันที่ผ่านมา

    ካሳ ሃይለማርያም ዝገርም ፅሑፍ እታ ኣባይታ ዘላ እዩ ቁልጭ ኣቢሉ ተንቲንዋ ዘሎ *ወለዶይ ብዞም ባንዳታት ኣይትደናገር ንዘለኣለም ከይትጠፍእ *

  • @WEDE-d3j
    @WEDE-d3j 26 วันที่ผ่านมา +1

    ጎበዝ

  • @ShshayWelegerima
    @ShshayWelegerima 26 วันที่ผ่านมา

    እዞሞ ሰባት ነሐዚ በቲ ኣብኣዳራሽ ዘሎ ተኣካቢ መሰረት ዝበሎም ሓሳብይሰምዑ ግን ሓሳብአንተላዎም የቅርቡ እንተ ከምህዝቢንከምሰራዊትን ንዕዘብ ኣለና ፤እምበርህዝቢ ሰራዊትን ከምንብረትንኣቅሓን ተቆዒሩ ስድነት ሰፊኑ የረኣ ኣሎ።

  • @AngesomBerhe-q5j
    @AngesomBerhe-q5j 26 วันที่ผ่านมา

    ታዓዛቢ ብድምፂ እንታይ ማለት እዩ??????

  • @DawitGebrehiwot-m3x
    @DawitGebrehiwot-m3x 26 วันที่ผ่านมา

    Tplf is great

  • @efremgm3336
    @efremgm3336 26 วันที่ผ่านมา

    please remove the screen special effects. it is quite annoying !!

  • @user-hp4zg9fx8b
    @user-hp4zg9fx8b 26 วันที่ผ่านมา

    ምዕሩይ ውሳነ ዩ

  • @berhehagos6149
    @berhehagos6149 26 วันที่ผ่านมา

    ኣብ ሓደ እዋን ብሩህ መጻኢ ከም እትረክብ መብጽዓ ሒዛ እትጓዓዝ ዝነበረት መርከብ፡ ብሓይልን ቆራጽነትን ሰራሕተኛታታ ሓድሽ ማያት ትሕንጽጽ ዝነበረት መርከብ እሞ ሕሰብ። ምስ ግዜ ግና፡ ኮምፓስ እታ መርከብ ክሽርሽር ጀመረ፣ ሸራታታ ተበታተነ፣ ኣንፈታ ድማ ጠፍአ። ሂዊሃት ከምታ መርከብ እያ- ኣብ ሓደ እዋን ተስፋ ብዙሓት ዝጸዓነት መርከብ ሕጂ ግን ቅርሲ ሕሉፍ ኮይና ኣላ። ንነዊሕ እዋን ህዝቢ ትግራይ ብዓንኬል ጥራሕ ዝመርሕ ጉዕዞ ተኣሲሩ፣ ኣብ ምክልኻልኡ ልዕሊ ሓደ ሚልዮን ህይወት ጠፊኡ። ሕድሪ እታ መርከብ ናይ ፍርሕን ምስጢርን ኮይኑ፡ ነቶም ካብ መሳርዓ ወጻኢ ዘለዉ ዘርሕቕ እዩ።
    ከምቲ ኮሚኒዝም ምስቲ ሓጺናዊ መትሓዚኡን ፍሹል መብጽዓታቱን ናይ ታሪኽ ታሪኽ ዝኣቱ፡ ሂዊሃት እውን ከምኡ . ካብ ጽገና ወጻኢ ስለ ዝኾነ፡ ዝኾነ ይኹን መጠን ጽገና ነቲ ኣብ ሓደ እዋን ክቡር ዝነበረ ዕላማ ዳግማይ ከበራብሮ ኣይክእልን እዩ። ህዝቢ ትግራይ ሓድሽ ኣመራርሓ ይግበኦ- ክፉት፣ ግሉጽ፣ ንኹሉ ዝሓቁፍ፣ ናብ ኩሉ ድምጺ ዝስማዕን ዝኽበርን መጻኢ ዝመርሕ ውድባት። እታ ኣረጊት መርከብ ኣዕሪፋ ከም ብሓድሽ ክትሃንጽ፡ ንገስጋስን ሓድነትን ዝኸውን መንገዲ ምሕንጻጽ ግዜኡ እዩ።

  • @AberashBerhe-pz8be
    @AberashBerhe-pz8be 26 วันที่ผ่านมา

    ወዮኳ ኮይኑሎም

  • @brhanetewold9767
    @brhanetewold9767 26 วันที่ผ่านมา

    ቀጣፊ ሰካራም ህዝቢ ትግራይ ኣታሊሎም ጸንሖም ያኣክል ወራዳ

  • @user-fl1xo3ut7f
    @user-fl1xo3ut7f 26 วันที่ผ่านมา

    Yibehal alo ! Eizuy nzy timali zena eyu .hiji ayitibel .resah hatela .no more banda in tplf

  • @tekesteyohannes-fv3lh
    @tekesteyohannes-fv3lh 26 วันที่ผ่านมา

    ሓቂን ሓነቲን

  • @TigrayEthiopia
    @TigrayEthiopia 26 วันที่ผ่านมา

    መንገዲ ሕዋሕት መንገዲ ጥፍተትን ፅንተትን .ካብ መዓዝ? ካብ 1967

    • @bibatigray4002
      @bibatigray4002 26 วันที่ผ่านมา

      Kid banda adi amhara tekemet diqala

  • @DadeBegze-sb1mi
    @DadeBegze-sb1mi 26 วันที่ผ่านมา

    ብድምቀት ተጀሚሩ ብዓፈና ዘይታሰፋወረዳታት ዝብልኣቀራርባ ናትካ ድዩ ናትካ እንተኾይኑ ናብ ሓደ ጫፍ ከምዝኸድካ አየርእን?

  • @selamnkulu2541
    @selamnkulu2541 26 วันที่ผ่านมา

    ናፅነት ዶ ባርነት ምረፁ ዓይነት ርኢቶ : አቱም ሰባት ፀላእቲ ብዝውስኑልኻ ባጀት ፕሮጀክት ዘፈፅም አካል ተምሀረ አይተምሀረ ዘምፅኦ ለውጢ የለን: ምሁራን ትአከቡ እዚ በሉ ትብሉ እሞኸ? ዝመፅእ ደሞክራሲ ልምዓት ግዝአት ምምላስ አሎዶ? አይኽእሉን አብትግራይ ታይ ኸምዝፍፀም ወሰንቲ ፀላእትና እዮም:
    ሓድሽ ወለዶ ብሀልቲ አባላት ሕውሓት መናእሰይን ምሁርን የብላን ዝበለ መን እዩ? ንምዃኑ ውድብዶ ይአርግዩ? ንዛረቦ ንፍለጥ: ዝኾነ ፍረ ዝበሰለ ዘይበሰለ ጥረ ኸምዝብሀል ውድብውን ኸምኡ እዩ ኸም ዓለባ ወይ ሳእኒ አረጊት ወይ ሓድሽ አይብሀልን:

  • @user-je3ij7ph1e
    @user-je3ij7ph1e 26 วันที่ผ่านมา

    ሓሰውቲ ዘይ ውድቦም ህዝቦም ዘየግድሶም

  • @محمدمحمد-ز4ر6خ
    @محمدمحمد-ز4ر6خ 26 วันที่ผ่านมา

    ኣረ ዝሓወይ ናይ ህውሓት ገዲፍካ ንገረና ዓብይ ቁስሊ ትግራይ ኮይኑ ዘሎ ህውሓት እዩ ስለዚ ህውሓት ጠንቂ ናይ ህዝቢ ትግራይ ቁስሊ እዩ ህውሓት ዝበሃሉ ንሃፍቶም ንከይውረሱን ንሃፍቶም እዮም ዝወጋኣለው ኣብ ትግራይ ዘሎ ሃፍቲ ብቻ ንከይውረሱ እዮም

    • @bibatigray4002
      @bibatigray4002 26 วันที่ผ่านมา

      Wedi shabia banda haquqr

  • @mebrahtutsegahe7358
    @mebrahtutsegahe7358 26 วันที่ผ่านมา

    Teteyake nayze gezeywey memhdar eyu

  • @user-en6wt4hb3t
    @user-en6wt4hb3t 26 วันที่ผ่านมา +2

    ትጋገ ኣለኻ ፕረዚደንት ትግራይ ኣይኮነን ጌታቸው ?? ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ እዩ ዝብሃል ።። ናቱ ሸቃሊ እንተኾይንኻ ቀፅል

    • @NatnaForum
      @NatnaForum  26 วันที่ผ่านมา +2

      ሓሳብ እንተሊካ ሓሳብካ ኣቀምጥ፣ሞግት ተኻታዕ ተላዘብ።ፀርፊ ናይ ተጋሩ ኣይኮነን፣ኣይምጥነናን እውን!

    • @RasTeferian-m6s
      @RasTeferian-m6s 26 วันที่ผ่านมา +1

      ፕረዚደንት መንግሥቲ ትግራይ ኣይበለን.ፕረዚደንት ግ. ም. ትግራይ ግን ጌጋ አይኮነን. ሓደ ትካል ወይ ዩኒቨርሲቲ ዉን ፕረዚደንት ክህልዎ ይኽእል ኢዩ. አይምጥነካን ደኣምበር ምምሕዳር ክልእ ቃል ናይ መንግሥቲ ኢዩ. Biden administration US administration ማለት ዘሎ መንግሥቲ አመሪካ እዩ. ብሓሳብ ንሞግት ቃላት ክንስንጥቅ እንተኾና ከአ ሓደ ሐላፍ መገዲ ካድረ ዝበሎ ምድጋም ዘይኾነ አፍልጦ ንወስኸሉ

  • @RingAliok-yo2pc
    @RingAliok-yo2pc 26 วันที่ผ่านมา +1

    አይትሐፍሩን እት ሐጅ ዝካድ ዘሎ ጉብኤ ራያና እንደርታ ዘይሐወሰ ዝካየድ ጉባኤ ንቶም።።።4 ሰባት ዘድሕን እምበር ንህዝብ ትግራይ ዘድሕን ዘይከነሰ ናብ ችግር ውሰጥ ዘእትው እዮ ሐደ ንህዝብ ትግራይ ዝኻፋፈለ ጌታቸው ረዳ ራያ ሰለ ዝኾነ ናይ ህዝብ ብናዓቅ ጉባኤ ያካይዲ አለው እንደተለመው ንትግራይ ህዝብ ናብ ውግእ ካእትው ምሪጫ ቦረዲ ዘይፈቀደለም ያካይዱ አለው እዚ ንዕቀት እዮ ካብ ዝሐለፈ ዝማሃሩ ብአንነት ዝተጫሐቁ እዬ ፣

    • @lilytadesse6098
      @lilytadesse6098 26 วันที่ผ่านมา

      ባራዩ ህግደፍ ናይ ገዛኹም ዕዮ ግዳ ዝይትገብሩ 🤣🤣🤣

  • @toyotaw2500
    @toyotaw2500 26 วันที่ผ่านมา +1

    ጂንዳ አድዋ ሕግደፍ ድያ አሚና ዶ ከም ቀደማ ናብ Genocide እያ ትኸይድ ዘላ.

    • @bibatigray4002
      @bibatigray4002 26 วันที่ผ่านมา

      Janda aihdug nisika kedah banda

    • @toyotaw2500
      @toyotaw2500 26 วันที่ผ่านมา

      @@bibatigray4002 kkkkkk Scholars ረኺብክን እንታይ ዳ ክትብሊ kkkkkk ርስቲ ውርሻ አይኮነን ተውራረስ እዩ ሕዝቢ ትግራይ ነቂሑ እዩ