ኣያ ተኸስቲ ብቕንኢ ናብ ሓዳር

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 21 ส.ค. 2024
  • ኣያ ጆኬር entertainment እናዘናገዐትን ናምሀረትን ኣብ ዕቤት ቋንቋ ትግርኛ ዓብዪ ታራ ክትዋፃእ እያ።share.like and subscribe ብምግባር ቤተ ሰበይ ኩኑ።

ความคิดเห็น • 291

  • @user-uv4ln8zc1w
    @user-uv4ln8zc1w ปีที่แล้ว +55

    ኣሰይ መርዓት እዝው ዝበለት ከም ኣዴታታ በዚ ግዜ ከምዚ ዓይነት ጓል ምርካብ ትዕድልቲ እዩ❤ኣያ ተኸስተ ተኻናኸንዎ

  • @genet6293
    @genet6293 ปีที่แล้ว +40

    ኣያ ተከስተ እንኮዕ ደስ በለኩም
    ኦርጅንል ዝኮነት መርዓት❤ ትዓድሎም ኣያ ተከስተ
    ከም ኣዴታታ ❤

  • @freweynidesta
    @freweynidesta ปีที่แล้ว +28

    ዕልልልልል ደስ ክትብሉ መርዓት ሽኮር ውርዝይቲ ከም እነታትና❤❤❤ ርሑስ ጋማ መርዓ ኣብራሃምን ሳራን ፈረይቲ ፀገይቲ ን ግበርኹም ፈጣሪ🙏🙏🙏

  • @user-dy6dx1mu7r
    @user-dy6dx1mu7r ปีที่แล้ว +7

    ኣታ ለምለም ዓይነይ ራኣይሉየ ❤❤❤❤❤ ምቅርቲ ፍጥረት❤❤

  • @hannahanna8794
    @hannahanna8794 ปีที่แล้ว +10

    መርዓት እዝውት ብሓቂ ተባረኪ 🥰🌺🌿 ሓድርኩም ይባረክ

  • @mimitekulu7296
    @mimitekulu7296 ปีที่แล้ว +8

    ርሑስ ጋማ ኢዛ መርዓት ርግእ ዝበለት ከም ኣዴታትና ❤

  • @yrgytdfg8808
    @yrgytdfg8808 ปีที่แล้ว +8

    ሩሑስ ጋማ ይግበረልኩም ደቂ ኣባይ ሃገር ትግራይ ❤️💞♥️

  • @user-mr5hp9wk3l
    @user-mr5hp9wk3l ปีที่แล้ว +6

    ኣሰይይይይይይይ መርዓት ትሕትና መሊኡ ዝዓደላ ምቅርተይ ዘመንኪ ይባረኽ ብዚ ሐዚ ግዜ ትሕት ዝበለት ጓል ገዛ ምርካብኩም ዕድለኛ ኢኹም ኣያ ተከስተ ብጣዕሚ ደስስስስስስስ ክብሉ ኣምላኽ ሓዳርኩም ይባርኽ👏👏👏👏🥰🥰🥰🥰🥰❤❤❤❤❤❤💛💛💛💛💛💛

  • @user-xl9vr3tb7q
    @user-xl9vr3tb7q ปีที่แล้ว +4

    አሰይይይይይ ተጋሩዋኒ ካብ ናይካቱም ደስታ ምርአይ ዝዓበየ ነገር የብለይ ❤❤❤❤❤ተመስገን ፃላኢኩም ዓይኑ ይደፈን ደቂ ሃገረ ትግራይ 🌺🌺💐💐♥️♥️♥️ፅጌየይ ክፈትወኪ ማዓት እየ አብ ሰደት ዘለና እውን ስደትና የሕፅረልና ተጋሩዋኒ አብ ናተይ መርዓ እውን ከምዚኣ ገይርኩም ተድምቁለይ ኢኩም ተጋሩዋኒ ንዳኒየይ እየ ክምርዐዎ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤🌺🌺🌺♥️♥️♥️

  • @user-vz8pf7vt9f
    @user-vz8pf7vt9f ปีที่แล้ว +12

    መርዓት ግን ዳሓን ድያ ኩሙር ኢላ ኣያ ተከስተ ዘገደድዎ እያ ትመስል😂 ሶ ርሑስ ጋማ ጆኬረይ ክፈትወካ ማዓት እየ😊❤

  • @khantaddgh2452
    @khantaddgh2452 ปีที่แล้ว +10

    ርሑስ ጋማ ይግበረልኩም ኣሕዋተይ ሓዳርኩም ይባረክ እግዚኣብሔር 🙏ኣቤት ኮሜንተሮች ኩሉ ዎዮ ኮይንና ተገዲዳ ድያ ዝብል በዚሑ ታይኮይና ክትግደድ ሰበይቲ ምልእቲ እዝዉቲ ኮይና እምበር ከመይ ድየን ነይረን ዘን ኣዴታትና ዕድመ ይሃበን ርግዕቲ መርዓት ናዴታታ እያ ወሲዳ ምቅርቲ ❤❤❤

  • @freselamblack
    @freselamblack ปีที่แล้ว +3

    እዉይ መርዓት ተዓዲሎም ኣያ ተከስተ ሓዳር ኣብራሃምን ሳራን ይግበረልኩም 💚💍💚💍💚💍💚💍💚

  • @dnglmaryameyarfutalbey1494
    @dnglmaryameyarfutalbey1494 ปีที่แล้ว +2

    ርሑስ ጋማ ሓዳር አብራሃምን ሳራን ይግበረልኹም ክቡራት ኣሕዋተይ Original መርዓት ትግራይ ምስሊ ኣዴታታ ኣያ ተከስተ ትዓዲልኩም🥰💙ለምለመይ ተምሳል ኣዶ ትግራይ ክፈትወኪ ኣነስ ማርያምን🥰💙

  • @user-vj6ks2sn6b
    @user-vj6ks2sn6b ปีที่แล้ว +1

    ጀኮር ኣብርሃም እና ቤቲ ኣበይ ሎው እና ሰምሃል
    እድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፅርያት ከም ናይ ኣያ ተከሰተ መርዓ ኣይቀናእኩም😘😘😘😘😘😘😘❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @sltanmehari1720
    @sltanmehari1720 ปีที่แล้ว +1

    I am fun of Lemlem Ayney❤
    she is a humble with pure heart like our Tigrean mothers.
    Lots of love for all of you❤❤❤
    ንተመራዓውቲ ከዓ ቃል ኪዳንኩም ከም ናይ አብራሃምን ሳራን ንዘላአለም ይፅናዕ ፈረይቲ ፀገይቲን ንትግራይ ትመልኡዋን ይግበርኩም🤩🤗

  • @luligaltigray2233
    @luligaltigray2233 ปีที่แล้ว +2

    ዋውውው ከምዚ ዝበለ የለን ደቂ ሪመይ ኣቱም ቡሉፃት ቡዙሑ ተባዘሑ ንዝተረፍኩም ካዓ ናብዚ የብቅዕኩም ፈጣሪ❤❤❤❤❤

  • @akezaberhe6216
    @akezaberhe6216 ปีที่แล้ว +1

    _ርሑስ ጋማ ይግበረልኹም አያ ተከስተ ማዓረይ መርዓ አብርሃምና ሳራ ይግበረልኩም እዛ መርዓት ስርዓታ ድስስስ ክትብል ምቐረት ዓለም_

  • @user-ow2id5wt1j
    @user-ow2id5wt1j 5 หลายเดือนก่อน

    ብምልኡኩም እንዳ ገሬ ኡምን ብጣዕሚ ኢየ ዝፍትወኩም ርሕስ ጋማ ይግበረልኩም እያ ተከስተ ፍረይቲ ፀግይቲ ኩኑ ውልድኩም የሪእና ፍጣሪ ❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @sabadawit7710
    @sabadawit7710 ปีที่แล้ว

    ሕዝቢ ትግራይ ኩሉ ዘጥዕመሉ ኩሉኹም አህዋተይ እንዃዕ ናብዙይ አብቀኩም አያ ተከስተ እዝውቲ መርዕት ደስ በሃሊት ከምዝይ ናዕመታ ውላድኩም የርእና 🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤

  • @Lishaney3
    @Lishaney3 ปีที่แล้ว +1

    እንኳዕ ፈጣሪ ናብ ደስታ መለሰኩም በርትዑ። ለምለመይ ወይዘሮ ኣታ ፍትዋት እኮ ኢኹም ዓይኒ ጸላኢኹም ይዖር።

  • @user-hm2bv7qq2y
    @user-hm2bv7qq2y ปีที่แล้ว +3

    ሰኑ ሰራዓት ዘለዋ መራዓት ደሰ ክትብል❤❤

  • @user-ly1wk1hb7p
    @user-ly1wk1hb7p ปีที่แล้ว +3

    እዝውቲ ናይ አዴታታ ዝሓዘት መርዓት አሰይይይ❤

  • @samera7043
    @samera7043 ปีที่แล้ว

    ኣሰይይ ተጋሩዋይ ፅሩያት ፍጥረት
    ምሉእ ብርሃን ይግበረልኩም ኣያ ተከስተ ውልዱኩም የርእየና ❤❤❤❤🎉🎉🎉

  • @user-ze1yj8kb6c
    @user-ze1yj8kb6c ปีที่แล้ว +2

    እንካዕ ደስ በለኩም አያ ጀኮር ከ ማዓዝ ክምርዐዉ 🥰🥰 💊💊 መርዓት ግን ፈሪሓ መሰለኒ

  • @user-yb7oh4zl5t
    @user-yb7oh4zl5t ปีที่แล้ว +2

    ታዓዲላኩም ኣያተከስተ እዝውቲ መርዓት ዓድና🎉🎉🎉🎉

  • @kflomgereziher2072
    @kflomgereziher2072 ปีที่แล้ว +1

    ኣሰይይ እንካዕ ደስ በለኩም💛 ርሑስ ጋማ ይግበረልኩም🥰 ፍትዋት የሕዋትና
    ኣያ ተስተ ❤️💛 ፈረይትን ፀገይትን ይግበርኩም ፈጣሪ ❤️💛🙏

  • @ufig6973
    @ufig6973 ปีที่แล้ว +1

    ርሑስ ጋማ ይግበረልኩም ተዋሳእቲ ዳገሪየ እሙን❤❤💊💊💊💊🙏🙏🙏

  • @brhanb3466
    @brhanb3466 ปีที่แล้ว

    ❤❤❤❤❤አይ ማራዓት ትዕግስት መልኡ 🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @abigaltigray-ur2ih
    @abigaltigray-ur2ih ปีที่แล้ว +5

    እንዳ ገሬ እሙን ኩሉ ነገርኩም መቅሰናት ይመቸኩም እስከ❤💋💋💋💋💋💛❤💛❤💛💛💋💋💋👏👏👏

  • @God-db9vp
    @God-db9vp ปีที่แล้ว

    ርሑስ ጋማ ይግበረልኩም ኣያ ተኸስተ ብወለድኹም ተመሪቕኩም ኢኹም ክብርቲ ጓል ክቡራት ውርዝይቲ መርዓት ረኺብኩም።

  • @lilitopi2665
    @lilitopi2665 8 หลายเดือนก่อน

    ኣያ ተኸስተ ግን ተዓዱሉ እዩ ❤🙏❤

  • @wyshdvshsh-lf2wk
    @wyshdvshsh-lf2wk ปีที่แล้ว +1

    መረዓት ወይዘሪት እረጂናል ብናይ ባዕላ ተፍጥሮ ዝመዕረገት ኣቤት አያይ ተክሰተ ግን ወጪ ከይበዝሖም ድዮም ይመረፁ ብሓቂ ጎራሕ ንሕና ሃገረስብ አኮ ሓላላት ኢናናና❤❤❤❤❤❤❤😂

  • @__-wj7zq
    @__-wj7zq ปีที่แล้ว

    _እስይይይይይይ ርሑስ ጋማ ኣየተከስተ ሓድር ኣብራሃም ሳራ ይግበረልኩም ፈረይትን ጸገይትን ኩኑ ዞም ኣሕዋተይ♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰_

  • @ruftalbey8635
    @ruftalbey8635 ปีที่แล้ว +1

    ኣያ ተኸስተ እንቋዕ ካብ ሲንግል ተገላገልኩም🎉😂፡ ጸገይትን ፈረይትን ይበልኩም ፈጣሪ❤። ኣያ ጀኬር መታለሊ ለ መርዓኹም የርእየና😂

  • @user-bo5fm2vx1p
    @user-bo5fm2vx1p ปีที่แล้ว +1

    ገልታዕታዕ አፅሊእዋ ይመስለኒ እዛመርዓት😂😂😂

  • @Yekrta-LLB
    @Yekrta-LLB หลายเดือนก่อน

    ወይኔ የሙሽራዋ እርጋታ ,እዋይ እርጋአለም ኢሌያ ኤዬ አት ሽማ ክትፅብቅ ድማ ሎተሪ ኢዩ ዘበፅሆ🌿

  • @user-og1rl6hb4e
    @user-og1rl6hb4e ปีที่แล้ว +1

    ኣሰይይይ ምዕርግቲ መርዓት ከም ኣዴታታ ርሑስ ጋማ ይግበረልኩም ኣያ ተከስተዋኒ ወሲደ በሉ😍🥰🥰🥰

  • @samaraweldu9600
    @samaraweldu9600 ปีที่แล้ว +1

    Rhuis Gama aya tekasta haftka 🇪🇷

  • @arddgtyhu
    @arddgtyhu ปีที่แล้ว +8

    ትዕዲልቲ እዩ ከምዛ ዝበለት ምርዓት ምርካብ መርዓ ኣብርሃምን ሳራን ይግበረልኩም🙏❤

  • @ffbh9535
    @ffbh9535 ปีที่แล้ว

    ኣሰይይይይይይይ ደስስስስስ ክብሉካ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ ተጋሩዋይ ፅሩያት!!!

  • @amam5408
    @amam5408 ปีที่แล้ว

    መርዓ ኣብርሃም ሳራ ይግበረልኩም ኣያ ተከስተዋይ መርዓት እውን ንኢድና እዝውቲ እያ ከም እነታታ❤❤❤❤😘😘

  • @makilove6390
    @makilove6390 ปีที่แล้ว +4

    ኣብዚ ፈጣጥ ዘመን ከምዚኣ ዝበለት እድብቲ ምርኣይ የደንቅ እዩ

  • @csfxser1725
    @csfxser1725 ปีที่แล้ว +1

    ርሑስ ጋማ ይግበረልኩም ደቂ ዓባይ ትግራይ❤❤❤❤❤❤❤

  • @AsetASet-df8ve
    @AsetASet-df8ve ปีที่แล้ว +1

    ሩሑስ ጋማ ይግበረልኩም ፈረይትን ፀገይትን ኩኑ❤❤

  • @rozaoppo828
    @rozaoppo828 ปีที่แล้ว

    እታመራዓት ክትዓቅሊ ኣበይ ተረክባ ማዓረይ😍😍😍😍

  • @genetsebhatu755
    @genetsebhatu755 ปีที่แล้ว

    እንቋዕ ደስ በለኩም አያ የኸስተ

  • @user-ck2kx6ld1x
    @user-ck2kx6ld1x ปีที่แล้ว

    መርዓ ድዩ ድራማ ኣብዚ ፈጣጥ ዝኮነ ግዜስ ሓፋር ጓል ንምእማኑ ይከብድ ብሓቂ ሓቂ እንተከይኑ መርዓ ኣብራሃምና ሳራ ይግበረልኩም 🙏🙏🙏 እውይ ዝኣነስ ጓል ድየጰወዲ ዘይፍለጥ ብልቢ ኣቅኒኣትኒ😢

  • @yayhshteazazu7741
    @yayhshteazazu7741 ปีที่แล้ว

    ሩሑስ ጋማ ይግበረልኹም ፈረይትን ፀገይትን ኩን ሙቁራት❤🎉❤🎉❤

  • @user-uz5df4ds2q
    @user-uz5df4ds2q ปีที่แล้ว +1

    ኣብራሃም ሽኮር ኣብ መርዓ ዘየለ ናፉቀዮ የኔ ፍቅር🍀

  • @user-fe8rf9qp2o
    @user-fe8rf9qp2o ปีที่แล้ว

    Des ketbelu neameta Essay meskeberayo ab wedebawit ketemana Masaw yerakebena Ertrawi KesaliTeketatli gere umun Selam neselam Zedeli gobezat 👍👍👍

  • @user-ly1wk1hb7p
    @user-ly1wk1hb7p ปีที่แล้ว +1

    ቃል ኪዳንኩም አምላክ ይባርክ

  • @shkorinabowey7958
    @shkorinabowey7958 ปีที่แล้ว

    Ewey zerefewa deue 😂Gual ezi gize zeykonete rege zebekete xebekti fetret ❤

  • @tsarkangebremeskel6947
    @tsarkangebremeskel6947 ปีที่แล้ว +1

    እንኳዕ ደስበለኩም መርዓ አብራሃም ሳራ ይግበረልኩም አብየት መርዓት ከም አዴታታ ረኢ መምናይ አብያትኒ ምቅርተይ❤❤❤❤

  • @user-iw6it7yh9o
    @user-iw6it7yh9o ปีที่แล้ว +2

    ❤❤❤እስይይይይ ዛመራዓት ደሰሰሰ ክትብል

  • @user-yh5gw6xc5s
    @user-yh5gw6xc5s 7 หลายเดือนก่อน

    ሩሑስ ጋማ ይግበረልኩም ፁሩያተይ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @user-en6ro8nz9f
    @user-en6ro8nz9f ปีที่แล้ว +3

    እንካዕ ብርሃን ረኣኹም😊❤🎉🎉

  • @gulgeralta9450
    @gulgeralta9450 ปีที่แล้ว +1

    እዋይይይይ እዛ መርዓት ክትገርም ሎሚለ ዶ ከምዚ ኣሎ

  • @zafuzanbeyegaltigray
    @zafuzanbeyegaltigray ปีที่แล้ว

    ርሑስ ጋማ ይግበረልኩም ግን ሓፉር እያ ጆኬረይ💞💞💞💞💝🙏🙏🙏

  • @user-tq5ec2hn9f
    @user-tq5ec2hn9f ปีที่แล้ว +2

    አያ ተከስተ እንካዕ ደስ በለኩም❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @mulefishaye1297
    @mulefishaye1297 ปีที่แล้ว

    ኣሰይ ርሑስ ጋማ ይግበረልኩም ይህዋት ንበሩ 🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @aasaas7284
    @aasaas7284 ปีที่แล้ว

    እንካዕ ደስ በለካ ኪሮሰይ እሰይይይ ውርዙይቲ ከም ኣዴታታ መርዓት ጀኮረይ እውን ቅናእ እሞ ተሞርዐ❤❤❤❤ እንዳገርየ ፅሩያት ክፈትወኩም ክምርዖ እየ ቀኒአ ስብኣየይ ኣበይ ኮን ትህሉ ኣታ ብሩክ😂😂 😊😊❤❤❤

  • @gfgfddyfd-xk1kj
    @gfgfddyfd-xk1kj ปีที่แล้ว

    ናይ ኣያ ተከስተ ሰበይቲ ጋል ገጠር እያ ሓቀይ❤❤❤

  • @user-si6jk6ve6m
    @user-si6jk6ve6m ปีที่แล้ว

    ርሑስ ጋማ አያ ተከስተ የአብርሃምና ሳራ ይግበረልኩም ። እሰይይይ ጓል ገጠር ፅሪቲ ከምአደታታ ❤ባህልና ጥዑም እሰይይይይ ንኩለኩም ፍቱዋትትትት❤ ። እግዚአብሔር ፍፁም ሰላም ይግበረልና

  • @user-sg7ps6kk3z
    @user-sg7ps6kk3z ปีที่แล้ว

    እዛ መርዓት ምስዛ ብዓል ሸዊት ኣበባ ዝብሃላ ናይ ቲኪ ቶክ ከዋዳድራ ጸኒሐስ ኡፍ ከምዚኣ ኢለን ብባህልን ልምድን ዝዓበያ እየን ኣብዚ መጺየን ዝባነን ቀሊዐን ወዲ ዘይዛረቦ ነውርታት ክዛረባን ክገብራን ዝውዕላ ዘለዋ እረ እተን ትፈልጥወን ተመለሳ በልወን ኣምላክ ምስትውዓሉ ይዓድለና

  • @salamas7518
    @salamas7518 ปีที่แล้ว +3

    ኣሰይ ዕዕዕዕዕ ልልልልል❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @user-bp3br6ou3k
    @user-bp3br6ou3k ปีที่แล้ว

    አሰይይይይይ ተመስገን ካባካቱም እንኳዕ ተፈጠርኩ ካምቲ መርዓኩም የሪእና ወላድኩም ❤❤❤

  • @Haylushgushen
    @Haylushgushen 9 หลายเดือนก่อน

    ዋ ሃሃሃሃሃሃሃሃሃሃ አያ ተከስተ ሰሪቆምዋ ድዮም ተዓዚማ ኮ በቃ ኸዚ ድዮም ቆጢዖምዋ ታ ፋራ ኢያ ባይዘወይ ዚኣ

  • @BrhanBrhan-wc4zu
    @BrhanBrhan-wc4zu ปีที่แล้ว

    ኣሰይ ሩሕስ ጋማ ይግበረልኩም ለምለመይ ዎናም❤❤❤

  • @fretgraweyti7687
    @fretgraweyti7687 ปีที่แล้ว

    ዋይ ወየ መርዓት ታይ አኾርዩዋ ገፃ ምስ ተአስረ 😊

  • @ruthhaile7030
    @ruthhaile7030 ปีที่แล้ว +1

    በቲ ናይ ባህልና መርዓት አይትስሕቅን እያ

  • @BrhanBrhan-wc4zu
    @BrhanBrhan-wc4zu ปีที่แล้ว +1

    መርዓትስ ኮርያ እያ እኒኣ ተይፍተየቲይ ግዲ እያ ቶምርዕያ😂😂😂😂

  • @medhinmedhin8307
    @medhinmedhin8307 ปีที่แล้ว

    ኣሰይ መርዓትእዝው ዝበለት ከም ኣዴታታ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @freyhayleab3281
    @freyhayleab3281 ปีที่แล้ว

    መሽላ ዝንጋዳ (2) ኣያ ተኸስተ ዓይነይ ካብ ኩሎም ዝያዳ ክፈትወካ ኮ

  • @yowhansghirmay7833
    @yowhansghirmay7833 ปีที่แล้ว

    እንቓዕ ደስ በሎምምምም ኣያ ኤኽሸተ ክክክክክክ

  • @user-hq9pw6up8b
    @user-hq9pw6up8b ปีที่แล้ว

    ኣሰይ ሩሑሱ ጋማ ይግበረልኹሙ ❤❤❤❤

  • @wejereteyti6678
    @wejereteyti6678 ปีที่แล้ว

    አረ መርዓት አያ ተከስተ ይወል ሽጋኘይ❤ ብጣዕሚ ዝፎትየኩም ዳ ገሬ እሙነሰ🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰

  • @mibrakteka1848
    @mibrakteka1848 ปีที่แล้ว

    Aya Joker, welcome zihawey 🎉

  • @user-vj9ld4ni2v
    @user-vj9ld4ni2v ปีที่แล้ว

    ርሑስ ጋማ ይግበረልኩም ተጋሩዋይ ❤️❤️❤️❤️❤❤❤❤

  • @jghghh63
    @jghghh63 ปีที่แล้ว +1

    እንካዕ ደስ በለኩም ሙቁራት❤❤❤❤❤❤❤

  • @dyykejtkj
    @dyykejtkj ปีที่แล้ว

    ተጋሩዋይ መቅሰናትትት 💊💊💊💊

  • @15199
    @15199 ปีที่แล้ว +1

    አታ ዒልልልልልልልል አሰይ ሙዑሩግት ፊጢረት 💞💞💞💞💞💞

  • @nfffdt931
    @nfffdt931 ปีที่แล้ว

    ዛመርዓትስ ታዓዲላ ኣብዚ ግዜ እዚ ሓፍር መርዓት ልመጀመርያ ግዜ ሪአ ኣለኹ ማዓረይ ኣነ ብመርዓተይ እውን ካምኣ ነይረ ግን ቅዲሚ 10 ኣመት እዩ ግዜ ብጥዑሙ

  • @fretadesta7328
    @fretadesta7328 ปีที่แล้ว

    Egziabher hadarkum yebark Aya teksetwani❤❤❤❤

  • @user-fg8xc4xx7r
    @user-fg8xc4xx7r ปีที่แล้ว +1

    ሩሑስ ጋማ ይግብረልኩም🎉♥️🌹🎉🎉

  • @azmitigray1468
    @azmitigray1468 ปีที่แล้ว

    Asey Mra Abraham sara yegeberlkum❤❤❤❤

  • @ummeritigraweyti
    @ummeritigraweyti ปีที่แล้ว

    ኣሰይ ተጋሩዋይ ፅሩያት❤❤❤❤❤

  • @rdfffegfr6136
    @rdfffegfr6136 ปีที่แล้ว +1

    ዋይ አያ ተከስተ ግን እንታይ ኮይኖም ቀመጥመጥ ሒዝዎም ቀሊሎም 🙄🙄 ብዝኮነ ርሑስ ጋማ ይግበረልኩም ❤❤❤

  • @hanayemaryam12
    @hanayemaryam12 ปีที่แล้ว

    ናይ ቀደም መርዓት ሓፋር ርሑስ ጋማ ይግበርልኩም

  • @Ass-dp7ot
    @Ass-dp7ot ปีที่แล้ว

    ኣሰይይ መራዓ ኣብራሃምን ሳራን ይግበረልኩም ደቂ ዓደይ 🥰😍🥰🙏

  • @aplwkwr3036
    @aplwkwr3036 ปีที่แล้ว +1

    ይበል መራዓት ክም እዴታታ ደስ ክትብል

  • @ghezaiabraha8897
    @ghezaiabraha8897 ปีที่แล้ว +1

    ግደፍ ግደፊ ዘይተብል እዩ ረኪቡ (መርዓት)

  • @habtube7974
    @habtube7974 ปีที่แล้ว

    Eway eza Meriat bhayli eyom zemerewiwa zelewu mesleni tekornifa moyta ❤❤❤

  • @atsedemonika3836
    @atsedemonika3836 ปีที่แล้ว +3

    ታይ እያ እዛ መርዓት ዓሚፅኹም ዲኹም ወሲድኹምዋ

    • @tsegagaltgray
      @tsegagaltgray ปีที่แล้ว

      እዝውቲ እምበር ከም ኣዴታታ ኮይና ከም ናሎሚ ዘለና ደሞ ይሐሽ ተዓዲሉ ከማን ከምዚኣ ዝበላ ምዑሩጋት የብዘሐልና

  • @madinamd7228
    @madinamd7228 ปีที่แล้ว

    አበይ ዩ ቦታኡ ነይ አብርሃምና ሳራም ጋብቻ ይግበረልኩም ታ ቆልዓግን ዋዉ

  • @hadishmahari8
    @hadishmahari8 ปีที่แล้ว

    Ruhus gama ygberelkum Aya tekeste

  • @herutigraweyti5269
    @herutigraweyti5269 ปีที่แล้ว

    እንኳዕ ደስ በለኩም ሩሑስ ጋማ ይግበረልኩም ኣያ ተኸስተ😊❤

  • @hiwetcirum1716
    @hiwetcirum1716 ปีที่แล้ว

    ቭሕን ዋልታን ኩንልና ኣሜን 🙏🙏🙏🙏🙏👍❤️

  • @Abuki-wk1xh
    @Abuki-wk1xh 6 หลายเดือนก่อน

    Derma du😊

  • @user-tg4rv3ho1j
    @user-tg4rv3ho1j ปีที่แล้ว

    ወያ መርዓት ተዘሪፋ ብዘይፈታዋ ግዳ እያ ኣምጺኦማ በቃ ስጎድምድም

  • @mashimeskulu954
    @mashimeskulu954 ปีที่แล้ว

    ርሑሰ ጋማ ሓዳር አብራሃምን ሳራን ይግበረልኹም