ገሬ እሙን ንወደይ ዳይፐር መግዝኢ

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 11 ก.ย. 2024
  • ኣያ ጆኬር entertainment እናዘናገዐትን ናምሀረትን ኣብ ዕቤት ቋንቋ ትግርኛ ዓብዪ ታራ ክትዋፃእ እያ።share.like and subscribe ብምግባር ቤተ ሰበይ ኩኑ።

ความคิดเห็น • 332

  • @iopo6877
    @iopo6877 ปีที่แล้ว +11

    ሳዓረይ ፅቡቅ ቅሞና መምህር ልሎም እና ኣብራሃም ኣምፀአልና So ተጋሩዋይ ዓይኒ ኣባይኩም ይደፈን🙏❤❤

  • @user-vz8pf7vt9f
    @user-vz8pf7vt9f ปีที่แล้ว +31

    ዋው እንኻዕ ዳሓን መጻኹም መደብ ጸወታ መደብኩም ብሃንቀውታ እየ ዝጽበዮ❤ እንዳ ገሬ እሙን ከኣ ብብዙሕ እየ ዝፈትወኩም💟😘

  • @MedhinDesta-mt5vj
    @MedhinDesta-mt5vj ปีที่แล้ว +18

    እንካዕ ዳሓን መፃኩም ተጋሩዋይ ቡሩካት ዘርኢ❤

  • @saliem88
    @saliem88 ปีที่แล้ว +8

    ደስ ይብል ገሬ ሽኮር ሲሒቆም የስሕቁካ።ፅቡቕ ወካዕካዕ ዘለዎ ፀወታን ትምህርቲ ሓዘልን እዩ'ሞ ከምዚ ኣቀራርባ ንመደብካ እውን ፅቡቕ ዕብየት እዩ ።ኣብ ቀፃሊ ከኣ እስኪ ፍትሃነገስን (ኣያ ጆኮር) & ኪሮስ (ኣያ ተከስተ) ክተቕርቦም ተስፋ ይገብር ።😍😍😍❤❤

  • @mebryefshaye1110
    @mebryefshaye1110 ปีที่แล้ว +14

    ትግራይ ተስፋ ኣለዋ❤❤❤
    ብጥዕሚ እየ ዘድንቀኩም

  • @FfGg-wh1kb
    @FfGg-wh1kb ปีที่แล้ว +24

    መምህር ሰዓረ ግን ሓወይ ተዝኸውን ክንደይ ምጠዓመ ኩሉ ግዜ ሰሓቐለይ ፍሽኽታ ኣመሉ❤

  • @Aleko10
    @Aleko10 ปีที่แล้ว +5

    መደብ ጭዋታ ሎማዓንቲ ብጣዕሚ ደስ ልብል ኔሩ ምክናቱ ብዙሕ ጥያቄታት ጠይቅካዮም more ኣብ ጭዋታ ብቻ ዘይኮነ ኣብ ሕቶታትለ ኣድህብ ሓዉ ጎበዝ ቀፅሎ❤❤❤

  • @user-fz3pe5ek8q
    @user-fz3pe5ek8q ปีที่แล้ว +6

    ጆኬር እባ ኣምፀአልና❤❤❤❤

  • @tsionbaheran468
    @tsionbaheran468 ปีที่แล้ว +4

    Mikiwani congratulations 🎉💐🌹🎉💐🌹🎉💐🌹🎉💐🌹 u are the father 💪❤️❤️We love you so soooo much Gerye emune Big respect ❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️

  • @mebrihat5349
    @mebrihat5349 ปีที่แล้ว +3

    ኣሕዋትና❤❤❤ገሬ አሙን የኔ የዋህ ፅውኡ ዝነጥብ ዘብሉ ደስ ክብል ቅኑዕን ፅፊፍን❤🥰🥰😘

  • @Hareg675
    @Hareg675 ปีที่แล้ว +15

    ቃል ሓቁ ኡ ጉሎምካዳ ከምኡ ኢና ንብል ሃፍታማት ኢና እኮ ተጋሩ ሃፍትና ኣይንፈልጥን ኣብ ስደት ንጠፍእ ኣለና😢

  • @zedigaldocter6126
    @zedigaldocter6126 ปีที่แล้ว +4

    ሚኪየ ውላድካ እግዚኣቢሄር ኣምላክ ብጥበቡ የዕብየልካ ክቡር ሓው ብሓፈሻ ደስ በሃልቲ ቀፅልሉ❤❤❤

  • @letaykalay1893
    @letaykalay1893 ปีที่แล้ว +5

    እሰይ ደስ ክትብሉ ጎወዛት ዕድመን ጥዒናን ይሃብኩም ፈጣሪ።

  • @tgr817
    @tgr817 ปีที่แล้ว +4

    ሰዓረዎ ከምዚ ዝሓለፈ ህፃዉንቲ እባ ኣምፀኣልና❤

  • @user-xn7hj2fq3w
    @user-xn7hj2fq3w ปีที่แล้ว +5

    ዋይ ደስ ክብሉ ቀፀለሉ ተጋሩዋይ ❤

  • @jge7tye640
    @jge7tye640 ปีที่แล้ว +4

    እንኳዕ ብሰላም መፃእኹም ፃሓይ ገፆም ላሳሓቕኩም ንበርሉና ተጋሩዋይይ💛❤💛❤💛❤💛❤💛❤💛❤💛❤

  • @akezaberhe6216
    @akezaberhe6216 ปีที่แล้ว +3

    _ዋውው እንኳዕ ብሰላም መጻእኹም እንዳ ገሬ እሙን ዝፎትወኩም ዕድመን ጥዕናን ያሃብኩም ፅቡቕ ናይ ፀዋታ ግዜ ይኽነልኹም ሚኪየ ጓል ዘገምየ_

  • @dsertfswer5540
    @dsertfswer5540 ปีที่แล้ว +5

    እንካዕ ዳሓና መፃእኩም ተጋሩዋይ ቡርካት ዘርኢ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @user-vj9uh1ji2i
    @user-vj9uh1ji2i ปีที่แล้ว +7

    ኣነውን ካብ ሰደት ምሰተመለሰኩ ተፅውትንዶ 😢😢ብጥዕም አየ ዝፎትዎኩም❤❤❤❤

    • @salama6013
      @salama6013 ปีที่แล้ว

      ክልቲአና ብሓደ ንፃወቲና😂

    • @user-vj9uh1ji2i
      @user-vj9uh1ji2i ปีที่แล้ว

      @@salama6013 አሺ🙏🙏🙏

  • @LamlmLamlm-hn4cf
    @LamlmLamlm-hn4cf ปีที่แล้ว +3

    እንካዕ ብሰላም መፃአኩም ዋ ተጋሩዋይ ድምፂ ተጋደልቲ አሓትና ዳሃየም ዘየለዉ ጉን ረሲዕክምዋም😢 😢

    • @selamnega6903
      @selamnega6903 ปีที่แล้ว +1

      😢😢😢😢ጨንቅና ኮ

  • @lemlem7065
    @lemlem7065 ปีที่แล้ว +1

    ኣቱም ናይሓማምይ ገሬ ኣሰተዊይ ሰብ♥🙏
    ሳዓረ በሪቱዕ ኣጀኺ🙏

  • @medid.454
    @medid.454 ปีที่แล้ว +11

    ጓል ዘጌም ❤ መሓዛ አኪ ጓል ሀዲ

  • @Rut96969
    @Rut96969 ปีที่แล้ว +4

    ገለዓይነት መደብ መምህር ሰዓረ ቀጽሎ ከይትርብርብ ❤️🙏

  • @user-qp2np4wc5k
    @user-qp2np4wc5k ปีที่แล้ว +4

    መምህር ሉሎም ኣምፀኣልና❤

  • @Sra-jt6sh
    @Sra-jt6sh ปีที่แล้ว +1

    ተጋሩዋይ መዓረይ እወ ቃል ትብልድራማ ብጣሚ ፅቡቅ አዩ ቀፅልሉ😘😍😍😍😍😍😍😍

  • @salama6013
    @salama6013 ปีที่แล้ว +5

    ኣያ ጆኬር እና መምህር ሉሎም ኣምፀአልና❤

  • @sarahhbashi4053
    @sarahhbashi4053 ปีที่แล้ว +8

    ናይ ሎሙስ ንበይኖም እዮም ሙቁራት❤❤❤❤

  • @user-el9ch2ew2i
    @user-el9ch2ew2i ปีที่แล้ว +2

    Selam selam tegaruway my love tigray 💊💊💊💊💊💊💊💊💊💊🤝🤝🤝🤝🤝💛❤💛❤💛❤💛❤💛❤

  • @mickeyshire8035
    @mickeyshire8035 ปีที่แล้ว +4

    ደስ ይብል ፕሮግራምካ ወዲ ዓደይ

  • @edon7537
    @edon7537 ปีที่แล้ว +4

    ዉዉዉ ቀፅሉ መራሃዉ ሓወይ ❤️💛🔐

  • @solomnNugse
    @solomnNugse ปีที่แล้ว +6

    ደሰ ባሃሊ እዩ ግን ሐደ ፌመሰ ሰብን ሓደ ዘይፍለጥን እናገበርካ ተትመፅእ ደሰ መበለ ነይሩ እና ቀፅለሉ ደሰ ባሃሊ እዩ❤➳❤

  • @selamlekmu9726
    @selamlekmu9726 ปีที่แล้ว +2

    ሚካኤለ / ገሬ እሙን ወድኻ ብጥበቡ ዕይብየልካ ክቡር ሓውና ንፈትወካ ዝሓወይ

  • @DesalegnGebremedhin-pv7zn
    @DesalegnGebremedhin-pv7zn ปีที่แล้ว +4

    እንካዕ ብሰላም መፃኩም ደስ ዘብል ስራሕ እዩ

  • @እየሩእየሩ
    @እየሩእየሩ ปีที่แล้ว +1

    ገሬ እሙን ንተቆፂርና ንንስርሕ እኮ እልናና ተንኪፉና ግን ድሓን ክሓልፍልና እዩ ስዓረ ጅግና ሓወይ ከም ኮነ ፅቡቅ ነሩ

  • @yordigaltigrayselammskulu2399
    @yordigaltigrayselammskulu2399 ปีที่แล้ว +5

    መርሓባ ተስፋ ትግራይና 🥰🥰🥰😍

  • @ሕልሚ-ተዋስኦ
    @ሕልሚ-ተዋስኦ ปีที่แล้ว +6

    እንካዕ ደሓን መፃኩም እንዳ ገሬ እሙን ❤
    ንክልትኦም ሲስኮ ኣምፀአልና ❤

  • @gjcg6332
    @gjcg6332 ปีที่แล้ว +3

    ዉዉዉ ቀፅሉ መርሃዊ ሓወይ♥️😊

  • @user-yc8cp1jz9i
    @user-yc8cp1jz9i ปีที่แล้ว

    ዋው መርሃዊ ዋላ መረሃዊት😀 እንኳዐ ሰላም መፃኩም ከምኡውን ጓል ዘጊ እና ገሬ 😍😍😍 አበቲ ምሰጋናሰ ማሓዙት የበሎምን ደዩ ከመሰግኑ ዘይሰማዕኩ😀2ይ መን ተሸላሚ ብደመቀት ክተበሰር ክትክእል አለካ

  • @egzabherhaylihiweteyeyu4282
    @egzabherhaylihiweteyeyu4282 ปีที่แล้ว +1

    ገሬ እሙን እምበር እሙን ዘድንቆ artist♥️💛🥰🥰🥰

  • @galltigray4548
    @galltigray4548 ปีที่แล้ว +5

    ባህራን ሚኪኤለ❤ ደስ ብሃሊ ስም እዩ ወድኩም ብጥበቡ የዕቢየልኩም ፅሩያት❤️💛🥀💙

  • @user-km3qr7ni4q
    @user-km3qr7ni4q ปีที่แล้ว +3

    እንኳዕ ብሰላም መፃእኹም ተጋሩዋይ ሰናይ ዕለት ሰንበት ይግበረልና ❤❤❤❤❤❤❤

  • @user-kd8sw3ep2s
    @user-kd8sw3ep2s ปีที่แล้ว +4

    እንኳዕ ብዳሓን መፃኹም ተጋሩዋይ ማዓረይ❤❤❤❤

  • @sabethiopian4657
    @sabethiopian4657 ปีที่แล้ว +1

    ዳገረ እሙን ሰላም ካብ አዉስራልያ🇦🇺✊🏾

  • @Mona-bn5lr
    @Mona-bn5lr ปีที่แล้ว +1

    አነስ ተዋሳኢት ክክን ዴሌት አለኒ ግን ስደት አለኩ ፀሊአዮ ክመፅአ ዶ ትሕግዝኒ አስክ 🎉

  • @ትግራይዓደይመዓረይ
    @ትግራይዓደይመዓረይ ปีที่แล้ว +3

    እግዚአብሔር ይመስገን ሰላምኩም ይብዛሕ 😊 አነለ ዓዲ አትየ ዳገሬ እሙን ብያንስ ድርሰት ፅሒፈ ከቅርበልኩም እሐስብ😂

    • @salama6013
      @salama6013 ปีที่แล้ว +2

      ኣብዚ ኮይንካለ ይፀሓፍ እዩኮ😂😂

    • @ትግራይዓደይመዓረይ
      @ትግራይዓደይመዓረይ ปีที่แล้ว

      @@salama6013 hahah yah l know but l will go back first OK hibibti

    • @user-xt8tj3cj8f
      @user-xt8tj3cj8f ปีที่แล้ว

      ​@@salama6013ቢሮ የለን ኣብ ስደት😂😂😂😂😂😂😂😂😂

    • @salama6013
      @salama6013 ปีที่แล้ว

      @@user-xt8tj3cj8f ብራክቦር ምባል ኣይሐሽን😁😂

    • @user-xt8tj3cj8f
      @user-xt8tj3cj8f ปีที่แล้ว

      @@salama6013 እሱማ ናመዳም መንደቅ ኮ ኣሎ ባዕልና ብንዉልዉሎ 🙆😁😁😁😁

  • @liyaweldeslasse8751
    @liyaweldeslasse8751 ปีที่แล้ว +3

    ብጣዕ ደስ ዝብል ቀልዲን ቁምነገርን ቀጽሉሉ ❤❤

  • @user-sh5gr2yj7r
    @user-sh5gr2yj7r ปีที่แล้ว +3

    እንካዕ ዳሓን መፃኩም ተጋሩዋይ ቡሩካት ዘርኢ ደሙሩኑ እስኪ አሕዋተይ❤❤

  • @temesgentemesgen839
    @temesgentemesgen839 ปีที่แล้ว +1

    ደስስስ በሃሊ
    ቃል እትብል ድራማ አዛያ አዛያ እያ ደስ ትብል

  • @SaddfGsdfg
    @SaddfGsdfg ปีที่แล้ว +3

    አሰይ ዕድመን ጥዕናን ያሃብኩም አሕዋተይ መንጪ ሳሓቅ ❤❤

  • @user-zl1gb1dv3r
    @user-zl1gb1dv3r ปีที่แล้ว +3

    ኣስይ ተጋሩዋን ምቁራት ዝፈትወኩም እንካዕ ብስላም መፃእኹም❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @mmn5167
    @mmn5167 ปีที่แล้ว

    ፍቁራድ ድዮም ጋልዜጌም እና ገርየ እሙን❤❤😮

  • @luligaltigray2233
    @luligaltigray2233 ปีที่แล้ว +5

    ናይ ሚኪ❤❤❤ ይቱብ ቻናል ሊክ ኣቅምጥሉና ኣያ ጆኬር ❤❤❤

  • @HillaMhary-cc8iz
    @HillaMhary-cc8iz ปีที่แล้ว +1

    እንኳዕ ብሰላም መፃእኩም ብሓቂ ኑፉዓት ተዋሳእቲ እንዳ ገሬ ኡሙን❤❤❤❤❤❤❤

  • @michaelkidane9980
    @michaelkidane9980 ปีที่แล้ว +6

    I fall in love with Hilina from Eritrea 🇪🇷 living Canada 🇨🇦

  • @selammahari1477
    @selammahari1477 ปีที่แล้ว +1

    እንኳዕ ድሓን መጸኣኩም ተጋሩዋይ❤❤❤ቀጽለሉ ሰዓረዋ❤

  • @sooqusaabya3831
    @sooqusaabya3831 ปีที่แล้ว +3

    ኡንካዕ ብሰላም መፃኩም ደቂ ሃገረይ ማዓረይ ❤

  • @emmaq1588
    @emmaq1588 ปีที่แล้ว +1

    እንኳዕ ድሓን መፃእኩሞ ብጣዕሚ ዝፈትወኩሞ እንዳ ገሬ እሙን ስሓቅኩሞ ይብዛሕ

  • @abadiabadi7016
    @abadiabadi7016 ปีที่แล้ว +3

    እንኳዕ ብዳሓን መፃኩም ፈተዋትይ❤💛

  • @user-ik7vx5hb1w
    @user-ik7vx5hb1w ปีที่แล้ว +3

    🎉🎉🎉ክብራት ጨወታ ልነበረ ፀወታ ስለ ልቃየርኩሞ የቀንየልና ረኢቶ ተቀቢልኩም❤

  • @Geti-bz3ci
    @Geti-bz3ci ปีที่แล้ว

    ቃፅልዋ ሳሓቅና የመለሰልና ተጋሩዋይ❤

  • @user-wf3bg2zu2x
    @user-wf3bg2zu2x ปีที่แล้ว +4

    6ሽሕ ሰብ ሪኦምዎ like ግን ሽሕ አይመለአን😳😳😳😳

  • @aabaditmumu2317
    @aabaditmumu2317 ปีที่แล้ว +2

    እንካዕ ብሰላም መፃኩም ገሬአሙን ❤ጅግና

  • @AyaJoker
    @AyaJoker  ปีที่แล้ว

    th-cam.com/video/Nk2Kkkm8AKY/w-d-xo.htmlsi=_DmwWPAChYA0cKgB ናይ ገሬ እሙን channel እያ ቃል ዝብል ያታዊ ድራማ ኣብዛ linc ኣለትኩም።

  • @yiftertesfay8042
    @yiftertesfay8042 ปีที่แล้ว +2

    Nice job guys keep it up.

  • @xjhx1416
    @xjhx1416 ปีที่แล้ว +1

    ፁሩያት ድቂ ሓላል ማርት እምላክ ምሳኩም ይኩን

  • @KhanKhan-ex9fi
    @KhanKhan-ex9fi ปีที่แล้ว

    አሰይ ትጋረዋይ ፅረያት ፍጥረት❤

  • @ABibaBeba
    @ABibaBeba ปีที่แล้ว

    እሰይ ተጋሩዋይ ፅሩያት እናስሓቁኹም ንቦርልና

  • @kahsagebredessylal7818
    @kahsagebredessylal7818 ปีที่แล้ว

    Wawwwprogamka btaemi dess behalay mezenagei eyu❤❤❤

  • @tesfaymearytesfaymear5030
    @tesfaymearytesfaymear5030 ปีที่แล้ว +1

    🎉በትክክል ቆንጆ 🎉

  • @arielasgedom3242
    @arielasgedom3242 ปีที่แล้ว

    Congratulations, dear Mikey for having a baby. May the Lord God bless you and your entire family, in Jesus precious name, l pray.

  • @asefuglemlem4311
    @asefuglemlem4311 ปีที่แล้ว

    ብጣዕሚ ፅብቅ መዘናጌዕ ደስ በሀላይ

  • @user-xt8tj3cj8f
    @user-xt8tj3cj8f ปีที่แล้ว +1

    ገሬ እሙን ክፈትዎ ኣነስ❤❤❤❤ ናሎማዓንትስ ከዛነገዐካ 😂😂😂😂😂

  • @user-eb5hr5vq1s
    @user-eb5hr5vq1s ปีที่แล้ว

    ገርየ ካብዘፍቁሮ ቡዙሑ ገይረ 💔ልኖግሮ ሲኢነ😢💔

  • @shalom5798
    @shalom5798 ปีที่แล้ว +8

    ስላምንታይ ግን ኣምሓርኛ ሓዋዊስኩም ትዛረቢ? ዓብይ ጌጋ ስነጥባባውያን ትግራይ ኬንኩም መጀመርያ ብቋንቋኩምን ብባህልኩምን መርኣያ ኮንኩም ክትርከቡ ይግባእ ። 100% ብቓላት ትግርኛ ዘይትዛረቡ ? ናይ ኣምሓርኛ ቃላት ትልቕሑ ናይብሓቂ ናይ ትግርኛ ቃላት ሲኢንኩም ማለትድዩ ?
    ድራማ-ብትግርኛ ታይ ይባሃል?
    ብቻ-,ደቢሩኒ,ቅሬታ, በተለይ,እንትን, ክንደይ ክንብሎም . . . ብዙሓት ዘይናትኩም ቃላት ተሓንጊርኩም መሊስኩም ንዓና ኣብሜድያ ተጋውሑልና ዓገብ ዓገብ
    ምስ ዓብይ ክብርን ፍቕርን ❤

    • @Gech43
      @Gech43 ปีที่แล้ว

      ኣምሓርኛን ትግርኛን ኣካል ናይ ግእዝ እዮም። እኳ ደኣስ እታ ትግርኛ ብጣልያነኛን ዓረብኛን ሃለዋታ እንተዘጥፍእዋ ከም… ምወቐስናዮም ኔርና።

    • @Mebrie12
      @Mebrie12 ปีที่แล้ว

      ኣይስሙዑን እዮም

    • @shalom5798
      @shalom5798 ปีที่แล้ว

      @@Mebrie12 ናይ ብሓቒ

  • @Asa-dv3gv
    @Asa-dv3gv ปีที่แล้ว +1

    እንካዕ ዳሓን መፃኩም ተጋሩዋይ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @muezhagos7827
    @muezhagos7827 ปีที่แล้ว

    ደስ በሃሊ ፕሮግራም እዩ ግን ንእሽቶይ ድምጺ የጋውሕ እዩ እና ኣብ ድምጺ ተተስተኻኽልዋ ምስ ኣኽብሮት

  • @tgakterentertainment3855
    @tgakterentertainment3855 ปีที่แล้ว +2

    እንካዕ ብሰላም መፃኩም መርሃዊ❤❤

  • @AdAs-dd4ny
    @AdAs-dd4ny ปีที่แล้ว +1

    ቀፃሊ አያ ጆኬር ትብሎ like

  • @HiwiGaltigray
    @HiwiGaltigray ปีที่แล้ว

    እንኮዕ ብሰላም መፃኣኩም ክቡር ኣሕዋተይ ናተይ ቀፅልሉ ❤❤❤❤❤❤

  • @user-ds1bt1of4g
    @user-ds1bt1of4g ปีที่แล้ว +2

    ዝፈትየኩም ኣርቲስት ደቂ ሪመይ ❤️

  • @galtigray5257
    @galtigray5257 ปีที่แล้ว +1

    እንኳዕ ብሰላም መፃእኩም ተጋሩዋይ❤

  • @user-ys3rw9mg1j
    @user-ys3rw9mg1j ปีที่แล้ว +1

    ተጋሩዋኒ ላሰሓቅኩም ንበሩ እንኳዕ ብሰላም መፃእኩም❤❤❤

  • @hrta2079
    @hrta2079 ปีที่แล้ว

    ተጋሩዋይ ፅሩያት 😘😘😘💞💞💞❤️💛❤️💛❤️💛❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉

  • @assa2115
    @assa2115 ปีที่แล้ว

    ኣሰይይ ምቅርተየ ኣንኳዕ ብሰላም መፀአኹም❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤💊💞💞💞💕💕💝💝💝💊💊

  • @EeEe-cy6ob
    @EeEe-cy6ob ปีที่แล้ว

    ዕድመን ጥዒናን ይሃብኩም

  • @zenebeshneby9485
    @zenebeshneby9485 ปีที่แล้ว

    ❤❤❤ ምኪ ናይ ገጠር ድራማ ደስ እያ ትብል ቀፅለሉ ❤❤❤

  • @berekettesfay1310
    @berekettesfay1310 ปีที่แล้ว

    Wow Seare medrek amerarhaka fetyeyo

  • @tsegawezam1814
    @tsegawezam1814 ปีที่แล้ว

    ደስ ኽብልካ ♥👌

  • @user-xl1it7hy5b
    @user-xl1it7hy5b ปีที่แล้ว

    እንኳዕ ዳሕን መፃእኹሙ ትግሩዋ

  • @selam801
    @selam801 ปีที่แล้ว +2

    ዝፎትወኹም ደቂ ሪመይ❤

  • @rahelestif2112
    @rahelestif2112 ปีที่แล้ว

    ወይ ህሊና ብሓደ ግዜ ምጉባዝኪ ይገርመኒ እዩ።

  • @HewanHewan-kp9hv
    @HewanHewan-kp9hv 10 หลายเดือนก่อน

    ሳሬዋይ ማኣረይ ከመይ ኣለካ ኣቤ አየ ስልክካ ስለዘይብለይ ብምንታይ ክረክበካ ይክአል

  • @ElsaFisseha-ww5kb
    @ElsaFisseha-ww5kb ปีที่แล้ว +2

    Shekorat Tegaru ❤❤❤❤

  • @sweetbrhanu9661
    @sweetbrhanu9661 ปีที่แล้ว

    ገርየ ጣፋጭ🥰🥰🥰

  • @hlnamedia1111
    @hlnamedia1111 ปีที่แล้ว +2

    ❤❤

  • @sooqusaabya3831
    @sooqusaabya3831 ปีที่แล้ว +1

    ኡቱ ናይ ገሬ ኡሙን ዩቶብ ኣቡዙይ ሊክ ኣቅምጠልና

  • @lkjlkh5222
    @lkjlkh5222 ปีที่แล้ว

    Love you ተጋሩዋኒ ፍቅሪ❤️💛😌

  • @temesgentemesgen839
    @temesgentemesgen839 ปีที่แล้ว +1

    ባህራኒ ሚኪኤለ ዋውውው እዛ ስም

  • @fkregebreslasie3773
    @fkregebreslasie3773 ปีที่แล้ว

    መ/ር ሳዓረ ን jokor ena memher lelom amtselna

  • @Wedimamaa
    @Wedimamaa ปีที่แล้ว +2

    ክፈትወኩም መዓት የ ምንጪ ሰሓቕና ገሬ እሙን❤❤