ጓል ዘራብሩኽ ፍፁም ኣይምብርከኽን ዝገርም ንሕንሕ መደብ ፀወታ

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 11 ก.ย. 2024

ความคิดเห็น • 261

  • @user-ts9pg4qo8i
    @user-ts9pg4qo8i ปีที่แล้ว +11

    ኣሕዋተይ ካብ ሐዚ ንድሓር ነቲብሰላም ዘሕደረና ኣምላኽ ነመስግኖ ምዓልትና ህይወትና እውን ሰላም ፍቅር እዩ ዝኾን😢ሰምሃለይ ኣጆኺ ኣምላኽ ምስሓውኺ ብሰላም የራኽብኪ ንህዝብና እውን ሰላም ፍቅሪ ይሃበና❤

  • @user-xv3en3cy4l
    @user-xv3en3cy4l ปีที่แล้ว +27

    ሰምሃለይ ኣጆኪ ብፀብባ ተዓገስ ብተስፋ ተሓጎስ እዩሞ ❤❤❤እግዛብሄር ሰላም ይስምዕኪ ንሸንዳ ደሞ አንኳዕ ኣፀሐክን ፁሩያተይ❤❤

  • @zewdugalwembrttgray9281
    @zewdugalwembrttgray9281 ปีที่แล้ว +18

    ካብ ዝፈትዎ ባህሪክን ትሕትና ዘለዎ እዩ ብተለይ ማእከሉ❤ ልድያ አብ ልጎመይ ዜነበረኪ ገፀ ባህርይ ❤

  • @selamlekmu9726
    @selamlekmu9726 ปีที่แล้ว +3

    ካብባዕለይጀሚሩ ተላዒልና ናብሞባይልኢና ንጎይ ግን ጌጋእዩ ክነቐድም ዘለና ምስጋናእዩ ንኣምላኽ ደቂሶም ዝተረፉ ብዙሓትእዮም ሞ ብሰላም ካብድቃሰይ ዘንቃሕካኒ ተመስገንኢልና ወላ ኣቡነ ዘበሰማያትነብፅሕ ብሩኻተይ

  • @user-gm5qr4jk9f
    @user-gm5qr4jk9f ปีที่แล้ว +3

    #ማክየ ድምፅ ሓውኺ እመብርሃን ታስምዕኺ ኣይዘኺ🤲👍
    ብጣዕም ይአ ድፈትወክን በተለይ ስነ ስርዓትኺን ተዕግስትኺን በእውነት❤❤

  • @medifkr8731
    @medifkr8731 ปีที่แล้ว +7

    ዘን ናተይ ይፈትወክን እየ ማኩ ሓፍተይ ንግስቲ ገዛና ሊዱየይ ሽኮር

  • @selamlekmu9726
    @selamlekmu9726 ปีที่แล้ว +2

    ብዘሕዝን ንጎሆ ተላዒልና ካብንሞባይል ብሰላም ዘሕደረና ንኣምላክና ጸሎት ነብፅሕ ብሩኻተይ ካብባዕለይጀሚሩ

  • @berihu07
    @berihu07 ปีที่แล้ว +9

    ኣጆኺ ሰምሃለይ ፀላኢኺ ይንባዕ ፣ሓውኪ ለ ፈጣሪ ኣብ ዘሎዎ ምስኡ ይኹን 🙏

  • @Asa-dv3gv
    @Asa-dv3gv ปีที่แล้ว +4

    ሰምሃለይ አይዞኪ ኩሉና ብተሰፋ ነፅበ ዘለና ወረ ሓጎሶም የሰመዐና እግዚብሔር ኣምላክ❤❤😢

  • @EtadaErada-rs9bz
    @EtadaErada-rs9bz ปีที่แล้ว +2

    እዋይ ሰምሃለይ ኣጆኺ ናይ ኹልና ቤተሰብ ኣለው ዘይተመለሱ😢ኣምላኽ ኸኣ ፀፅብቁ የስመዐና🙏

  • @user-yf7gg5ns4w
    @user-yf7gg5ns4w ปีที่แล้ว +1

    ኣጆኪ ሰማሃለይ ኣነውን ከማኪ እየ ዳሃይ ምንኣሰ ሓወይ ኣይረከብኩን ከብድ እዩ ይርዳእኒ እዩ ፍጣሪ ብሰላም የራክበና 😢

  • @lilawit
    @lilawit ปีที่แล้ว +2

    ኣጆኪ ሰማሃርየይ ኣብካላትና ዩ ዋላ ኣነ ዝፈትዎ ሓወይ ምዕባየይ ኣበይ ከምዘሎ ኣንፈልጥይ ንፅበለና😢

  • @lkjlkh5222
    @lkjlkh5222 ปีที่แล้ว +7

    እንካዕ ደሓን መፃክ ዋዕሮታትና👸❤️💛
    ማኪተይ ከኣ ኣጆኪ ኩላትና ከማኪ ኢና ዳሃይ ኣሕዋትና ዝሰኣና እና ብተስፋ ንፀበ ኣሕዋተይ😢🙏

  • @ndijdjej4060
    @ndijdjej4060 ปีที่แล้ว +1

    ናይ ብሓቂ ቅመማት ኢክን እኮ ክፈትወክን መዓት እየ ሽሕ ዓመት የንብርክን

  • @edon7537
    @edon7537 ปีที่แล้ว +3

    ሰማሃለይ ነባዓ አንባዓትኒ አጀኪ አምላክ ሙሱኡ ይክን😢😢😢😢

  • @azakmashoiiir3413
    @azakmashoiiir3413 ปีที่แล้ว +2

    ኣጆኪ ዛሓፍተይ ንሕና ውን ብተስፋ ኢና ንፀበ ኣለና ደቅነና😢😢

  • @user-yx5tm1tt9i
    @user-yx5tm1tt9i ปีที่แล้ว

    ሰምሀልና ብጣእሚ እብክይክኒ አጆኪ ዘሀፍተይ እግዛብሄር ፅቡቅ ያስምኹም ብዳህና ይመልሶ ብጣእሚ እዬ ዝፍትወክን ጀጋኑ ኢኽን❤❤❤❤

  • @hhhgvg4542
    @hhhgvg4542 ปีที่แล้ว +2

    ኣጀኪ ሰምሃለይ ነቢዓ ኣንቢዓትኒ ንሓወና እግዚአብሔር ኣምላክ ምሳኪ ይኩን

  • @senaytgaltgray9316
    @senaytgaltgray9316 ปีที่แล้ว

    እንኳዕ ብርሃን ረአኪ ስምዒት ከመይ ኣግኒኮዮ ኣየ ሊዱ መ😂😂😂😂 ኣጀኪ ማኪየይ ኩሉ ናይ እግዚአብሔር ፍቃድ እዩ ኩለና ኣብ ጭንቀት ኢና ዘለና

  • @user-zp3ts9ji1v
    @user-zp3ts9ji1v ปีที่แล้ว +5

    ሰምሃለይ መዓረይ ነቢዓ ኣንቢዓትኒ😢ኣጆኺ ዝሓፍተይ ❤❤❤

  • @Negitube9077
    @Negitube9077 ปีที่แล้ว +7

    😢ሰምሃለይ አይዞኪ ኩልና ብተስፋ ነፅበ ዘለና 😢ወረ ሓጎሶም የስመዐና ፈጣሪ ❤❤❤❤ሳብስክራይብ ግበሩለይይ ተጋሩዋይ ❤❤❤❤❤

    • @user-ne6vi8wp8y
      @user-ne6vi8wp8y ปีที่แล้ว

      መልስልይ ገይረልክይ ህያቨይ🎉🎉❤

  • @user-ys3rw9mg1j
    @user-ys3rw9mg1j ปีที่แล้ว +4

    ፅቡቃት ፍጥረት ዕድመን ጥዕናን ይሃብክን❤❤❤
    ዝወፈሩ ተጋደልቲ አሕዋትና ዝተመዛበሉ ቤተሰብና ብሰላም ይመለሱ❤❤❤

  • @brllabay3842
    @brllabay3842 ปีที่แล้ว

    ኣይዞኪ ዝሓፍተይ እግዚአብሔር አምላክ ምስኡ ይኩን ድሙፁ የስምዕኪ ሰምሃለይ😢

  • @medifkr8731
    @medifkr8731 ปีที่แล้ว +2

    ኣጆና ጎተይተዋይ ሃይሉሸይ ኣየኣነ ቕርስስቲ ኣጆና ማኩዋይ ልኣይ ላበልኺ ልበዓልኺ ኣይትብኸዪ💔💔😥😥

  • @jge7tye640
    @jge7tye640 ปีที่แล้ว +1

    ሙዑሩጋት ናትና ደስስ ክትብላ ሊዱየይ ሰምሃለይ❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉💋💋

  • @user-br5ts3jp7v
    @user-br5ts3jp7v ปีที่แล้ว +1

    😢😢😢ኣጀኺ ጓልነይ ኩልና ኻብድና ማይ ሓቅፉ ንፅበለና ደቅነና ድሃይ ዘጥፍኡ 😢

  • @yute2286
    @yute2286 ปีที่แล้ว +1

    ዋላ አነለ ዓውይይ ሓወይ በክርይ ገዛና ሲእናዮ ደሃዩ አጥፍኡ አምላክ ፅብቅ የስመዕልና ንኩለና አምላክ🙏

  • @mulushefarawe3880
    @mulushefarawe3880 ปีที่แล้ว +2

    እንኳዕ ንዓይኒ ዋሪ ኣብፀሐክን ፅቡቃት ደቂ ኣሸንዳ ንፈትወክን ኢና በርቲዕክን ቀፅላሉ❤️💛

  • @aasaas7284
    @aasaas7284 ปีที่แล้ว

    ኩለክን ብጣዕሚ እየ ዝፈትወክን ትሕትናክን ሩጉዓትት ማኩየይ ፅሪቲ ዛምበይተይ ኣሕዚንክኒ በክያ ኣብክያትኒ እፍፍፍ ፈጣሪ ብሰላም ይመልሶ ኣጆኪ ሓላለይ ኣሕዋትናን ጎረቤትና መታዓበይትና በረካ ተሪፎም እፍፍፍፍ ክንደይ መንእሰይህፃውንቲ ቆልዑ ሓመድ ትብለዐኒ ኣሕዋተይ😢😢😢😢😢😢💔💔💔💔💔💔

  • @mebrhit-vz5mr
    @mebrhit-vz5mr ปีที่แล้ว +2

    😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢 ንወሸጠና እናነባዕና ኣሕዋትና ንፀበ ኣለና

  • @habtomrussommebrahtu6147
    @habtomrussommebrahtu6147 ปีที่แล้ว +1

    Ane Eritrawi eye, tegaru btami ye zfetwekumn zekbrekumn, amlak selam n hzbi Eritrea and n hzbi tgray ygberelna❤❤❤

    • @tgr817
      @tgr817 ปีที่แล้ว

      💜🙏🙏🙏

  • @elsaberhe3671
    @elsaberhe3671 ปีที่แล้ว +1

    ኣጆኺ ምዓረይ ምስ ህሉዋት🙏🙏🙏❤️👉💐 ይግበሮ ዛጓለይ ኣብ ቃልሲ ኩሉ ኣሎ ንዝመጽእ ኩሉ ምቅባሉ ዩ ምዓር ጓለይ

  • @user-bq7mz3vf4m
    @user-bq7mz3vf4m ปีที่แล้ว +1

    እንኳዕ በሰላም መፃኹም ክቡራተይ
    ሰምሃረይ አጆኺ ዝሓፍተይ እግዚአብሔር ጥዑም ብስራት የስምዕኹም 🙏🙏🙏🙏🕊🕊🕊

  • @amenamenamenkalehiwetyeame4936
    @amenamenamenkalehiwetyeame4936 ปีที่แล้ว +3

    😢😢 ሰማሃለይ አጀኪ ዝሓፍተይ አምላክ ወረ ሓጎስ የስመዐኪ/የስመዐልና

  • @aabaditmumu2317
    @aabaditmumu2317 ปีที่แล้ว +5

    እንካዕ ዳሓን መፃኩም ሰማሃለይ አጀኩ ማዓረይ ሓውክለ እግዚአብሔርአምላክ ምስኡ ይኩን❤❤😢

  • @sadsshadw3172
    @sadsshadw3172 ปีที่แล้ว

    ኣስይይይ ፅሩያት መን እሞ ከም ተጋሩዋይ ፍቅርኩም የብዘሓዮ ኣጀኪ ማኩዋይ እውን

  • @tirhaskiros3966
    @tirhaskiros3966 ปีที่แล้ว

    ማኩ ሐፍተይ አጀኪ ብጣዕሚ እዬ ተሰሚዑኒ አጀኪ ምስ ሐውኪ ልምግናይ የብቅዕኪ መአረይ ❤️❤️❤️

  • @akezaberhe6216
    @akezaberhe6216 ปีที่แล้ว +1

    _ዋውውው እንኳዕ ብሰላም መጻእኹን ብሉጻተይ ብጣዕሚ ዝፎትወክንን ዘኽብረኽንን ዕድመን ጥዕናን ምስ ስድራኽን የቀንየልና ሳዓረዋይ በlik ፍቕሪኹም ግለፁለን_

  • @user-zs1rr4bo6c
    @user-zs1rr4bo6c ปีที่แล้ว

    ሰምሃር ምስ ብክየት ኣነ ለ ብክየ ኣጀኪ ሰምሃረይ ኣነለ ኩነያት ካብ ዝጀማር ዝፍትዉ ሓወይ ረክብናዮ ኣይንፈልጥን ኣምላክ ወረ ሐጎስ ይስማዕና ሳምሃረይ

  • @meazitsadik3440
    @meazitsadik3440 ปีที่แล้ว

    ሰምሃለይ አብ ኩለና ዘሎ ቃንዛ😢 ሞት ዋላ ከብድ ተኮነ ቁርፅካ ምፍላጥ ግን ዕረፍቲ እዩ ተፅብቲ ግን ሰቃይ እዩ 😢

  • @user-rs8bd8un8y
    @user-rs8bd8un8y ปีที่แล้ว

    ኣጆኪ ሰማሃለይ ማዓረይ እግዝኣቢሔር ምስ ትፈትውዮ ሓውኪ ዓይኒ ንዓይኒ የራክብኩም ፈጣሪ ምስኡ ይኩን🙏❤️
    ኩሉ ትግራዋይ ብደገኡ ተስሓቀ ሕጉስ ይመስል ግና ውሽጥና ሓቢጡ እዩ ዘሎ😥😥😥😥

  • @jge7tye640
    @jge7tye640 ปีที่แล้ว +1

    ኣሰይይይ ዘም ናተይ ድሙቓት ፍጥረት ሰሞላለይ ሊዱየይ ሳዓረየይ ፍትው ነብለኩም❤❤❤❤❤❤👏🙏

  • @MiliTsageyMiliTsagey-ep8ds
    @MiliTsageyMiliTsagey-ep8ds ปีที่แล้ว +1

    ኣጆኪ ዛሓፍተይ ኩለና ኢና ከሙኡ ዘለና ተስፋ ንገብር ክምለሱልና ኣሕዋትና ኣብ ሰደት ኮይንካ እሞ ለለ ክካቡድ 😢😢

  • @fghyoug6078
    @fghyoug6078 ปีที่แล้ว +1

    ሳዓረ ሓወይ ሕቶካ ንሰብ ተስፊ ዝህብ እዩ ሙሉእ ተስፊ ኣለኒ ንስካ መንገዲ ክተርኤኒ ንቀፃሊ

  • @user-kc4hi8wd9p
    @user-kc4hi8wd9p ปีที่แล้ว

    ማኩዋይ ኣነ ለ ከማኺ ብጣዕሚ ልፎትዮ ምዕባየይ ሓወይ መሐንቀቅየይ ይፅበዮ ለኹ ክስእኖ ኣይደልን💔😢😢😢 እዙ ስሚዒት እዙይ ኣብ መብዛሕትና ተጋሩ ዞሎ እዩ በፍላይ ደማ ኣብ ስደት ሱዑዲ ዓረብ ዘለና ኣሕዋትኪ ኣይኮነን ዋዕ ኢልካ ክትበክስ ዋዕ ኢልካ ኳ ክትስሕቀሉ ዘይትኽእል ዓዲ ተቀሚጥና ዉሽጥና ብሕሩሩ ብተስፋ ሃንቀዉ ንብል ኣለና😢😢

  • @azmeragebrefetari3922
    @azmeragebrefetari3922 ปีที่แล้ว

    እሞ ብትክክል እኮ ስምሃር ንልድያ ምፍላጣ ክትሽለም ይግብአ ነይሩ ኣጆኪ ስምሃረይ እግዚአብሔር ብስላም የራክብኩም 😢

  • @merigaltewahdo1460
    @merigaltewahdo1460 ปีที่แล้ว +2

    ኡፍፍፍ ኣጆኪ ማኩዋይ ኣምላክ ድምፂ ሓውኪ የስምዕኪ
    እንኳዕ ከዓ ብሰላም መጻእኩም❤

  • @user-st7wj7or9v
    @user-st7wj7or9v ปีที่แล้ว +1

    😢😢😢😢 ሰማሃል ፈጣሪ ፅባቅ ወረ ይሰመዐና አብ ኩላተና ኢና😢😢😢

  • @FfGg-wh1kb
    @FfGg-wh1kb ปีที่แล้ว +1

    አሰይ ኣዝየ ዝፈትወን ቡሉፃት ተዋሳኢቲ ብፍላይ ስነ ስሪዓተን እሰይ❤

  • @__-wj7zq
    @__-wj7zq ปีที่แล้ว +1

    _እንኳዕ ብስላም መፃእኩም ሊዱ&ማኩ ዝፈትወክን ማኩዋይ ፀላእክ ይንባዕ አጀኺ ንሓውኪ እውን እግዚአብሔር አምላክ ምሱኡ ይኹን🥺🥺😥_

  • @salama6013
    @salama6013 ปีที่แล้ว +1

    ኣጆኪ ማኩየይ ኩላትና እዩ ከምኡ ኣጋጢሙና ዘሎ ፅቡቅ የስመዐና

  • @user-yo7oy4fb5x
    @user-yo7oy4fb5x ปีที่แล้ว

    ፅቡቃት ፅሩያት ሽኮራት ኢክን❤❤❤ አጆኪ ሰምሃለይ በርትዒ ፈጣሪ ድምፁ የስምዕኪ ኩላትና ከብድና ሐቂፍና ንሓድር አለና ብተስፋ ንሓድር አለና እህህህህ😢😢😢

  • @user-fs1fs7rd6h
    @user-fs1fs7rd6h ปีที่แล้ว +1

    ወሓላሉ ብልክዕ ገለፅቲ ኢኽን ትግራውነት ይመቸኽን።

  • @abebafkri975
    @abebafkri975 ปีที่แล้ว

    እንኻዕ ኣብፀሐክን ትፅብት ከቢድ እዩ ግን ኣማራጪ የለን ብተስፋ ምፅባይ እዩ ኣጀኪ ሰማሃለይ🥺

  • @user-hq9pw6up8b
    @user-hq9pw6up8b ปีที่แล้ว +2

    እንካዕ ብሰላም መፃእኹሙ ማኩየ ኣጆኽ ድንግል ማርያም ፁቡቅ ታስምዕኽ ❤❤❤

  • @TsfaEusnkey3114
    @TsfaEusnkey3114 ปีที่แล้ว

    አጆኪ አብ ኩላትና እዩ አሕዋትና ብተስፋ ንፅበዮም

  • @user-mg7ue4ym1t
    @user-mg7ue4ym1t ปีที่แล้ว +1

    አጀኪ ሚኪ ሓፍተይ ሊደየይ አውን ይፍተወኪን አየ አሕዋተይ❤🎉🥀♥️🦋

  • @emmaq1588
    @emmaq1588 ปีที่แล้ว +1

    እንኳዕ ድሓን መፃእኩሞ ተጋሩዋይ ብጣዕሚ ደስ ዝብል ፀወታ እዩ ቀፅልሉ❤

  • @user-zs1rr4bo6c
    @user-zs1rr4bo6c ปีที่แล้ว

    ኣሰይይይይይይ ድሙቃት ፍጥሪት ደቂ ተጋሩ ሰምሃረይ @ሊዱ@ሳዕረ እዚየ እየ ዝፈትዉክም ንበሩልና

  • @yriga
    @yriga ปีที่แล้ว

    ኣየ ትፅቢት ወድነ ክከብድ😢 ነቶም ድሃይ ዘይብሎም ኣሕዋትና ፈጣሪ ምስ ህልዋን ይግበሮም

  • @UxYv-mn6fh
    @UxYv-mn6fh ปีที่แล้ว

    እንካዕ ዳሓን መፃእካ❤❤ኣጆኪ ሰምሃለይ ኣብ ኩሉ ትግራዋይ ዘሎ እዩ እግዚአብሔር ፅቡቅ ወረ የስመና😒😒😒😒😒😒

  • @user-SenedAbrham
    @user-SenedAbrham ปีที่แล้ว +1

    ወላዲት ኣምላክ ከመስግና ይደሊ 🙏🙏🙏 ጓለያ ዘርኣብሩኽ&love you all

  • @user-qk3is4qs4q
    @user-qk3is4qs4q ปีที่แล้ว

    ኣይዞኽ ሰምሃለይ እግዝኣብሔር ብስላም ድምፅ ሓወኽ ያስምዕኽ🤲🥰🥰

  • @FanaMahari-bf8tv
    @FanaMahari-bf8tv ปีที่แล้ว

    ማኪየይ ኣጆኪ እግዛብሔር ፅቡቅ የስምዕኪ
    ኣነሲ ክዋሳእ ደስስስስ የብለኒ ግን ኣፍልጦ የብለይን

  • @sooqusaabya3831
    @sooqusaabya3831 ปีที่แล้ว

    ኢንካዕ ብሰላም መፃኩም ዱቂ ሃገረይ ማዓሩይ ክትፍተውኮ ማዓት ኢኩም❤ ኣጆኪ ሰምሃለይ ኣምላክ ብሰላምን ብጢዒናን ክመልሶእዩ

  • @user-wg4cm6ok4u
    @user-wg4cm6ok4u ปีที่แล้ว

    አጀኪ ዝሓፍተይ እግዚአዛብሔር አምላክ ምስኦ ይኩን

  • @user-km3qr7ni4q
    @user-km3qr7ni4q ปีที่แล้ว

    እንኳዕ ብሰላም መፃእኹም ተጋሩዋይ ብጣዕሚ ዝፈትወን ተዋሳእቲ ሰማሃለይ ልዳየ ሳዓረ ሓውናውን ንፈትወካ ኢና ሰላምኩም ይብዛሓ ተጋሩዋይ አብ ዝዘለኽምዎ አጆኺ ሰማሃለይ አብ ኩላትና ዘሎ እይ እግዚአብሔር አምላክ ምሰኡ ይኹን እበ ብርሃን ወላዲተ አምላክ ፅላል ትኹኖ ልኩሎም ድምፆም ዝጠፍኡ አሕዋትና ወረ ሓጎሰ የሰመዐና ልዓዲናን ህዝብናን እውን እግዚአብሔር አምላክ ምሉእ ሰላምን ምሕረትን ይላአኸልና ልቶም አብችግርን በከራን ዘለዉ ህዝብና ናብ መረበቶም ይመልሰልና 😢❤❤❤❤❤

  • @SarahAregawi-fy4ek
    @SarahAregawi-fy4ek ปีที่แล้ว

    You are doing an awesome job, please bring more tegadelti or Tdf members it will be more like therapy for them thank you.

  • @AXUM13
    @AXUM13 ปีที่แล้ว

    ሰማሃለይ መዓርይ ኣጆኪ እግዚአብሔር አምላክ ፅቡቅ የስምዕኪ 🙏🙏🙏

  • @LamlmLamlm-hn4cf
    @LamlmLamlm-hn4cf ปีที่แล้ว

    አሰይይይሙቁራተይ ብጣዕሚ እየ ዝፍትወክን❤❤❤

  • @Seniseniii
    @Seniseniii ปีที่แล้ว

    ሽኮሪናታት ኣጆክን ፈጣሪ አብ ስራሕክን አሳልጦ ይፍጠረልክን❤

  • @user-ed7oq6yy9p
    @user-ed7oq6yy9p ปีที่แล้ว

    ኣጀኪኒ ሰማሃለይ ኣምላኽ ምሱኡ ይክን ኣምላኽ ይራኽብኩም ማዓረይ😢😢😢😢😢

  • @mebri1822
    @mebri1822 ปีที่แล้ว

    ሰማሃለይ አጆኺ ነይ ኩላትና ሕማም እዩ እግዚአብሔር ይፈልጥ

  • @fkadu8004
    @fkadu8004 ปีที่แล้ว +2

    ❤❤❤❤❤❤lidu and maku nehna wun nfetwekin ina kab London

  • @letslats9259
    @letslats9259 ปีที่แล้ว

    ሰምሃለይ ማዓረይ ነቢዓ ኣንቢዓትኒ😢😢ኣጆኪ ካልኢተይ ❤❤❤❤

  • @Abdollh-qv2dn
    @Abdollh-qv2dn ปีที่แล้ว

    ምቁራተይ ሰሒቀን ኣስሒቀናን ሰምሃለይ እዉን ኣንቢዓትኒ ኣጆኪ 😢

  • @user-st7wj7or9v
    @user-st7wj7or9v ปีที่แล้ว

    አጆኪ አብ ኩላተና እዩ ኣነ ወዲ እንየ 1ዓመት ገይሩ ካብ ደሃይ ዘይገበረ😢😢😢😢

  • @mebratbeyene2650
    @mebratbeyene2650 ปีที่แล้ว

    What you are doing is very important. It is relaxing but more importantly you are recording our history. Tigrsy privails 🎉🎉🎉🎉🎉

  • @rahealraheal1881
    @rahealraheal1881 ปีที่แล้ว +1

    ክልተ ብጣዕሚ ፍትውውውውው ዘብለክን ❤ድሕሪ ስደት መልሲ ዓርክክን ክከውን እባ ፍቐዳለይ ምቑራተይ❤❤❤❤❤❤

  • @user-pc3if8nz4o
    @user-pc3if8nz4o ปีที่แล้ว +1

    ኣጆኺ ሰምሃለይ ፈጣሪ ምስኡ ይኹን❤❤❤

  • @hiwetkidane4266
    @hiwetkidane4266 ปีที่แล้ว

    ብጣዕሚ ንፈትወኩም አሕዋተይ ንበሩልና ማኩየለ ኣጆኪ መዓረይ ፅቡቅ ወረ የስምዕኩም/ዐና

  • @user-eo5rp7ih5u
    @user-eo5rp7ih5u ปีที่แล้ว

    ኣነስ ተዋሳኢት ክኾን ብዙሕ ባህግንጨሕልምን ኔርኒ ግን ስደት ኾሊፍና ያኣኺ🤒

  • @mili12619
    @mili12619 ปีที่แล้ว +1

    ኣጆኪ ሰማሃለይ😢

  • @mebrhit-vz5mr
    @mebrhit-vz5mr ปีที่แล้ว

    ሰማሃል ሓንቲ ክሕግዘኪ ልድያ ሰልኪ ብጣዕሚ እያ ትፎቲ

  • @berihu07
    @berihu07 ปีที่แล้ว

    ኣታ ዝቅርሺ ግን ዓፈና ከይኮነ ኣይተርፍን ንምንታይ ናብ ኢዶም ናሃብክሞም ዘይረአ፣😂 ዶስ ሲቂልና ክንኣምነኩም ም/ቱ ከሪፅካ ዋላ መልስ ክህሉ ይኽእል እዩ ክላእ ኩሉ ወዮ😂😂😂 ከም ቀልዲ ሕሰብዋ በቃ😅

  • @MedhinDesta-mt5vj
    @MedhinDesta-mt5vj ปีที่แล้ว

    እንካዕ ዳሓን መፃኩም ተጋሩዋይ ቡሩካት ዘርኢ❤❤😊

  • @vdbhenkd2422
    @vdbhenkd2422 ปีที่แล้ว

    አይዘኺ ዛሓፍተይ ኹሉ ናይ አምላኽ ዩ😢😢😢😢😢❤

  • @selam801
    @selam801 ปีที่แล้ว

    ሰምሃለይ አይዞሸ የኔ ውድ❤

  • @user-ex1gd5cf1q
    @user-ex1gd5cf1q ปีที่แล้ว

    ኣጀኪ ሰማሃለይ ፈጣሪ እሎ ንክሉ

  • @Aleko10
    @Aleko10 ปีที่แล้ว

    ብጣዕሚ ደስ ልብል ብሮግራሙ
    ግን ሓደ ነገር ክመሓየሽ እኔአዎ ኢለ ዝሓሰቦ
    Please ካብ ዘሐጉሰክን እምበይ ካብ ለሕዝነክን ጥያቂ ግደፎ ኩሉ ህዝብትግራይ ሕሩር ኢዩ ውሽጡ so please ግደፎ

  • @malataregawe8730
    @malataregawe8730 ปีที่แล้ว

    ሰማሃለይ ነቢዕኪ ኣንቢዕክን ብዓወት ይመለሰልኪ❤

  • @lemlemassefagrmay7148
    @lemlemassefagrmay7148 ปีที่แล้ว

    ሰምሃል ሃፍተይ አጆኪ አምላክ ብሰላም የራክበኩም❤❤❤❤

  • @ddee4690
    @ddee4690 ปีที่แล้ว

    ኣጀኪ ሚኪተይ እግዚአብሔር ኣሎ

  • @Hetaw1619
    @Hetaw1619 ปีที่แล้ว

    ኣጆኪ ኣብ ኩሉ ተጋሩ እዩ እፍ😢😢😢😢😢

  • @medid.454
    @medid.454 ปีที่แล้ว

    TDf❤❤❤❤ever.

  • @selamlekmu9726
    @selamlekmu9726 ปีที่แล้ว

    ብሓቂ ማእከለሸይ ክንደይ ኣሕዋት ስኢናዮም

  • @dassfast3386
    @dassfast3386 ปีที่แล้ว

    ናሆም ኣቡሽ እባ ኣቅሩቡልና ❤❤

  • @user-cv4jb7ti6b
    @user-cv4jb7ti6b ปีที่แล้ว

    እግዚአብሔር ኣምላክ ዕድመይ ጥዕናን ይሃብኩም ተጋሩዋይ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @zed-fw8xu
    @zed-fw8xu ปีที่แล้ว

    ሰምሃለይ አይዞኪ ኩልና ብተስፍ ነፅበ ዘለና 😢😢

  • @selamlekmu9726
    @selamlekmu9726 ปีที่แล้ว

    ብሓቂ ኣያዘብራኣብሩኽ መርአያናእዩ