መርዓ ኣያ ተከስተ ኣብ ፅባሕ መርዓ ኣያ ዘረኣብሩኽ ኣብ ታሪካዊ ቦታ ተከዘ

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 11 ก.ย. 2024

ความคิดเห็น • 165

  • @mkm4736
    @mkm4736 ปีที่แล้ว +22

    ሓፋር መርዓት ኸም ሰብ ቀደም እያ ትመስል ምቅርቲ❤💛💛❤️❤️❤️❤️❤️

  • @abflowflow591
    @abflowflow591 ปีที่แล้ว +4

    አሲት ንቡር ይሃብኪ አቲ መርዓት ሎሚ ሪእና ከም እኖታታ ሕንኽ ዝበለት ከም እነታትኺ ውለዲ መዕርጊ ደሞ ርሑስ ጋማ❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @Hiwigaltigray2
    @Hiwigaltigray2 ปีที่แล้ว +6

    ርሑስ ጋማ ይግበረልኩም መርዓ ኣብርሃምን ሳራን ይግበረልኩም እግዚአብሔር ኣምላክ ፈረይትን ፀገይትን ይግበርኩም ሓዳርኩም ይባረክ መፃኢኩም ብሩህ ይኩን ደም ኩላትኩም ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ ዞም ሓተይ ማዓረይ እግዚአብሔር ኣምላክ ላስሓቅኩም የንብርኩም 🙏💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖

  • @soliyanamearg5734
    @soliyanamearg5734 ปีที่แล้ว +5

    ኣሰይይይ ፅሩያተይ ሩሑስ ጋማ ይግበረልኩም መማሰይቲ ኩኑ ❤❤ ልዕሊ(2) ዓመት ሓጎስ ዝባሃል ሃዲሙና እዩ ነይሩ ሳላ ጀጋኑ ተጋሩዋኒ ፀሚእና ፣ ጠሚና ፣ቆሪርና ....... ከይበልኩም ነዚ ብርሃን እዙይ ርእና ክብርን ሞጎስን ናኣኻትኩም ጀጋኑና💪💪💪❤❤❤ እግዚኣብሄር ኣምላክ ዓይኒ ሃሳድ ይከልክለልኩም ተጋሩዋኒ ሙሉእ ሓጎስ ይግበረልና ስደት ዘለኹም ከምዚ ከማይ ስደትና የሕፅረልና ፈጣሪ 🙏🙏ካብ ወፂእኻ ምትራፍ ይማሓረና (ኣሜን 3)🙌🙌

    • @emnetberhe
      @emnetberhe ปีที่แล้ว

      ❤❤❤
      አሜን አሜን አሜን ብሓቂ 💖💖💖

  • @roozroozy6793
    @roozroozy6793 ปีที่แล้ว +2

    እሰይ ተመስገን ፈጣሪ እዝብርሃን ዘርእኻና ሰማይን ምድርን ዘፍጥርኻ ጎይታ ❤❤❤❤❤ሩሑስ ጋም ይግበርልኹም ❤❤❤❤ብታሕግስ ነብዐ ተመስገን ህዝበይ ወስኹ ሰላም ይሃብኻ🎉🎉🎉🎉🎉

  • @user-bt4ln8oi7e
    @user-bt4ln8oi7e ปีที่แล้ว +8

    ኣንሕና ለ ማርያም ማርያም እናበልና ሓሊፍናዮ ባሕሪ የመን ኣያ ተከስተ ለ ተመርዕዮም ኣብ ቃላይ ትግራይ እሰይ እንኳዕ ደስ በለኩም መልኣክ ትግራይ ኣይጎድእን ሓዳርኩም ይባረክ ደቂ ኣያዘብራኣብሩክ ለ ተመረዐዪ ዳኑዋይ ተመርዐ❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @noranoor8158
    @noranoor8158 ปีที่แล้ว +4

    እስይ ሓፋር መራዓት ምቅርቲ ሩሑስ ጋማ ይግበረልኩም ተጋሩዋይ ❤️💛😍😍😍😍💞💞💞💞

  • @emnetberhe
    @emnetberhe ปีที่แล้ว +5

    አሰይይይይ ሙቁራተይይ እንኮዕ ደስስስ በለኩም ሩሑስ ጋማ ይግበረልኩም ፈረይትን ፀገይትን ኩሉ ❤️❤️❤️💖💖💖💖

  • @Merimarr-w9k
    @Merimarr-w9k ปีที่แล้ว +14

    መርዓት ሓፊራ ❤❤❤❤

  • @jjssjjss6586
    @jjssjjss6586 ปีที่แล้ว +13

    ኣስይ ደስስስ ባሃልት ወትሮ ትሓገሱ😊😊😊😊😊😊😊

  • @user-ru9df1lv4z
    @user-ru9df1lv4z ปีที่แล้ว +5

    ሩሑስ ጋማ ይግብርሉኹም ኣያ ተኸስተ ሓዳሩኹም ይባርክ ❤❤❤❤❤

  • @abrehetwoldemariam7460
    @abrehetwoldemariam7460 ปีที่แล้ว +13

    ኣምላኽ ሓጎስኩም የብዝሓዮ ሽኮራት 🙏🙏🙏

  • @lemlem7065
    @lemlem7065 ปีที่แล้ว +4

    እንደ ገሬ እሙን ዕልልልልል እዩ እንበይ😂😂😂😂
    ሰናይ ሓዳራ ይግበረልከም🙏😘

  • @haymiandhaniyoutube4838
    @haymiandhaniyoutube4838 ปีที่แล้ว

    እሰይ ደስ ብሃሎ ገሬ እሙን ለምለም ኣይነይ ስድራ ❤❤❤❤ግና መርኣታ ሱቅ ልበለት እያ ብኣኻትኩም ኣነ ጨኒቁኒ ናኣታ ሱቅ ምባላ❤❤❤❤🙏

  • @kahsaymeri7009
    @kahsaymeri7009 ปีที่แล้ว +2

    ርሑስ ጋማ ይግበረልኩም ኣያይ ተከስተ ፈረይትን ፀገይትን ኩኑ ናተይ ትምኒት ኣስዕብ ኣቢልኩም ገርየ እና ለምለም ዓይነይ ተዝጠራነፉ ደስ ይብል ነይሩ ማለት ክልቲኣም ናይ ስራሕ ሰባት እዩም ናትኩም መርዓ የርእየና ገርየ ለምለም ዓይነይ ❤

  • @dhjff9325
    @dhjff9325 ปีที่แล้ว +2

    አሰይ ምቁራት ኣያ ተኸስተ እንኳዕ ደስ በለኩም ርሑስ ጋመ❤❤❤❤❤💐💐💐💐💐💐💐💐💐💝💝💝💝💝💝💝💝💝💝🥀 🥀🥀🥀🥀🥀🥀🥀🥀🥀🥀🥀🥀🥀🥀🥀🥀🥀❤❤❤❤❤🌍🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🍀🍀🍀🍀💐💐💐💐💐💐🥰🥰❤❤❤♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️

  • @mamibabi6805
    @mamibabi6805 ปีที่แล้ว +7

    ተጋሩዋኒ❤❤❤ሰሰኑልና❤❤❤መርዓ ኣብርሃምን ስራን😍

  • @fseefdser8898
    @fseefdser8898 ปีที่แล้ว +5

    ኣያ ተከሰተዋይ ድሕሪ ሃንጊ ዶ ቀኒዕኩም ፈረይትን ፀገይትን ይግበርኩም ተጋሩዋይ❤❤❤❤

  • @hjitt
    @hjitt ปีที่แล้ว +4

    ኣሰይ ተጋሩዋ love you ካብ ጓል ራያ ሓፊቲኹም💫🥀

  • @rahmamami3581
    @rahmamami3581 ปีที่แล้ว

    ደስ ክትብሉ ረቢ ይሐልኩም መብሩክ ንዘርአብሩክ አይነይ

  • @hadasDugom
    @hadasDugom 11 หลายเดือนก่อน

    እንኳዕ ናብዝ ኣብቕዐኩም ኣያ ተኸስተ😊 ሓዳርኹም ይባረኽ❤😊❤😊

  • @alemtsehayberhe2515
    @alemtsehayberhe2515 ปีที่แล้ว +1

    እንኻእ ደስ በለካ ሀውና እዛ መርአት ግና ትህቲ እድመ ዲያ ፈሪሀ እያ ዘላ ብጣእሚ ተጨኒቃ ትመስል 💕💕

  • @user-mp4js3fd4k
    @user-mp4js3fd4k ปีที่แล้ว +3

    ገረእሙን ቀረኻ ወዲቃሺ ❤❤❤❤❤ ❤❤❤ ማንታ ማንታ ዉለዱ ተጋሩዋይ ❤❤❤❤❤ ንብዛሕ ንሰስን ❤❤ አነለ ካቦ ስደት ምስት ምለስኹ ሰለስተ ሰለስተ ኪወልዲ እየ ካብ ትዲኤፍ መፂባዓ አለን ❤❤❤❤❤

    • @shashutsegy3170
      @shashutsegy3170 ปีที่แล้ว +2

      ገሬ እማ ወሊዱ እካስ❤❤

    • @efyabrha9839
      @efyabrha9839 ปีที่แล้ว

      ማንታ ማንታስ ኣይትበሊ ወለደና ማንታ ማንታ ኣዳወለዱ ናብ ሱዑዲ ከምንስደድ ገይሮምና ኣብ ኣፍሪቃ ዝውለድ ሰብ ወይ ንስደት ወይ ናብ ኩናት ኢዩ ዕጭኡ ወለድና ኣብ ዓራት ኢዮም ጀጋኑ እበር ናይ ውላዶም ብዙሕ ኣይጭነቁን ኢዩ ከም ምዕባዩ ይዓቢ እዳበሉ ኢዮም ዝወልዱ

  • @BrhanBrhan-wc4zu
    @BrhanBrhan-wc4zu ปีที่แล้ว +2

    ኣብራሃም ላበይ ኣተየ

  • @user-pj7ge7dh7w
    @user-pj7ge7dh7w ปีที่แล้ว +3

    ምሪዓት ፍሪሓ እያ ኢኒእ ምሲ ሳሓቀት ፀዉዒና❤❤❤❤

  • @user-pt9rz5un7b
    @user-pt9rz5un7b ปีที่แล้ว +4

    ርሑስ ጋማ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ❤❤❤

  • @tsguatesfay6334
    @tsguatesfay6334 ปีที่แล้ว +4

    እንኳዕ ደስ በለኩም❤❤❤
    መርዓት ግን ሓፋሪያ ከምናይ ቀደም😂😂🎉❤

  • @Joe123_
    @Joe123_ ปีที่แล้ว

    አያ ተኸስተ ጓልኩም ትኣክል ቆንጆ ቆልዓ አግኒኹም ፡ ኩላኹም ምሳኹም ዝዋሳኣ ሓዲግኹም ካሊእ ትምርዓውታለኹም ገርየ ወዲ ቓሺ ተጠንቐቅ ንሞደሊስት ቤቲ ሃይላይ ሓዲግካ ካሊእ ኸይትምርዖ

  • @fretadesta7328
    @fretadesta7328 ปีที่แล้ว

    ❤❤❤❤❤❤❤❤
    TEGARUWANI SHIKORENATAT JEGANU KULU YETSEBEQELKUM ENQAE NAYNA KONKUM❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @yohannestesfay3128
    @yohannestesfay3128 ปีที่แล้ว

    ❤❤❤🎉🎉🎉 abay tigray tigranes tegre Eritrea 🇪🇷 ♥️ awet nafash and all other people awet nafash enka tigray tawet 10,10 and,,

  • @HappyBulldogPuppy-pk7um
    @HappyBulldogPuppy-pk7um 3 หลายเดือนก่อน

    ትድነቅ መርዓትያ ብፀጉራ ገለመለ አይገበረት ምቅርቲ ካብዚ ዘመን ሪከርድ ናይ ወለድና ዝሰበረት❤❤❤❤❤💯💯💯📚

  • @yashikonju8805
    @yashikonju8805 ปีที่แล้ว +5

    አታ ኡይይይ ብህወተይ ካብ ዛፍረሐን ባሕሪ ኡፍ ብፍርሕ ወደኤያ በስማም እንኳዕ እስክ ደስስስስ በለኩም ሽኮርናታት ባሕሪ ድየ ኤረ ሰብዶ ማይ አሙኑ ይጓዓዚ 🙏❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️

    • @Tigraweyti231
      @Tigraweyti231 ปีที่แล้ว

      ባሕሪ የመን ከማ ሃመይ ልኺ ሸግርኺ😅

    • @yashikonju8805
      @yashikonju8805 ปีที่แล้ว

      @@Tigraweyti231 ለይሸገሪኩ ባሕሪ ፈሪሐ አብ ዱባይ ተኾሪምየ ይነብሪ አለኹ 😂😂😂 ሓፍተይ ማዓረይ አሽምባይዶ ባሕር ዓይነይ እናረኦኹ ካአትይ ማይ ክረምት ወቁዑ ኑኡሽተን ማይ እርም ዝበለት ተርእየ ታድርቀን ብዚያአ አይሓልፍን እየ ዚብል አቦይ ግራ ምስ አተዮ ዋኢ አንሕና ዘይንፎሉጦዶ ምስ ባሕሪ ዘፃለኤክ ነገር አሎ ዱዩ ይብለን እወ ይብሎ እንታይ እዩ ክብለን ከሎ ፍሪሕ ይዉሎ ሳሓቂ ይሞቱ ሆሆሆ ፈራሕ ዳድኡ ኾያን ዱዩ ዚባሃል ሓቀይ አነስ ፈራሕ እየ ወለላይ

    • @hdrhxe5764
      @hdrhxe5764 ปีที่แล้ว

      ​@@yashikonju8805 ሐፍተይ ሐሸንገ የከድክይ በሊ ተከዘ ከይድኪ ረእይ

    • @user-jj6mh7bk5u
      @user-jj6mh7bk5u ปีที่แล้ว

      ኣይይይ ኣነ እውን 3 ግዜ ባሕሪ የመን ለለ ከዓ ብሰመሊ እዩ ነይሩ 22ክልት ሰዓት ሸጋረ 😥😥

  • @aluhabeshawit2680
    @aluhabeshawit2680 ปีที่แล้ว +2

    ሩሑስ ጋማ ይግበረልኩም አያተከስተኒ🎉🎉❤

  • @rorosunmax8801
    @rorosunmax8801 ปีที่แล้ว

    አብርሃም ዝረአየ ዓይኑ ይብራህ

  • @ጓልእንደርታመቐለ
    @ጓልእንደርታመቐለ ปีที่แล้ว

    እሰይ ሩሑስ ጋማ ተጋሩዋይ ሙዑሩጋት ❤❤❤❤❤

  • @yohannestesfay3128
    @yohannestesfay3128 ปีที่แล้ว

    I miss you tigranes, tigray, tegre, Eritrea enka tigray tawet 10,10 and 5000,10,10 adey tigray lowha tigranes tigray tegre Eritrea 🇪🇷 ♥️ 😀 🎶...fo fo fo ertaway, Ethiopia,,,,..awet nafash nafash enka tigray tawet 10,10..

  • @russomamanial128
    @russomamanial128 ปีที่แล้ว

    መርዓት ኣባራብርዋ ሓፉራ ኣላ ሎሚ ያ ማዓልትኺ ኣይትድገምን ያ ጸወታ
    Sooo ብጣዕሚ ኩቡር ባህሊ ❤❤❤

  • @freweynidesta
    @freweynidesta ปีที่แล้ว

    ዕልልልልልልል ርሑስ ጋማ መርዓ ኣብራሃምን ሳራን ይግበረልኹም ኣብ ዓድኹም ሸነን ከጥዕመልኹም ሩባ ዓድና ወርቂ❤❤❤❤

  • @BasratBasrat
    @BasratBasrat ปีที่แล้ว

    ምሩፃት ዘርኢ ርሑሰ ጋማ ይግበረልኩም ፈረይቲን ፀገንትን ኩኑ ሎሚ መርዓ ንዓመታ ኮበል ቆልዓ የሕቁፍኩም ብሩካተይ

  • @Gal_Tegadalay_Gere
    @Gal_Tegadalay_Gere ปีที่แล้ว

    ተጋሩዋይ ፅሩያት😊❤🥀♥️🥰

  • @AbebaGuwalMekelle
    @AbebaGuwalMekelle ปีที่แล้ว

    ❤❤❤❤❤❤ congratulations አያ ተኸስተ ❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉

  • @alganeshberhe314
    @alganeshberhe314 ปีที่แล้ว

    ብጣዕሚ ኢኹም ደስ ትብሉ ደቂ ሓላል መርየት።ከሚ ዝበለ መርዓ አይተረየን ካብ መጀመርያ ስጋዕ ህጂ ።ስርዓት ባህሊ ኩሉ ዝሓለወ ደስ እዩ ዝብል።
    ርሑስ ጋማ ይግበረልኩም ከምዚ ማዕሪኩም የንብርኩም።ካብዚ ጅግና ህዝቢ እንካዕ ተፈጠርና።ሙሉእ ሰላም ይግበረልና
    ❤🧡👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍

  • @BLACK_BOY129
    @BLACK_BOY129 ปีที่แล้ว

    ሰይቲ ኣያ ተከስተ ሓፋር እየን ዝመስላ 🥰🥰❤ ባይዘወይ ሩሕስ ጋማ ይግበረሉኩም ጹብቃት ❤❤❤

  • @kbra5656
    @kbra5656 ปีที่แล้ว +2

    ተጋሩዋይ🎉❤😍

  • @nestbest4670
    @nestbest4670 ปีที่แล้ว

    ሓዳርኹም ይባረክ ኣያ ተኸስተ ❤❤❤❤

  • @sehalhaylay4037
    @sehalhaylay4037 ปีที่แล้ว +2

    ኣሰይይ ደቂ ሓላል መሪየት❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @aexum1597
    @aexum1597 ปีที่แล้ว

    Asey sheyqorat deky hagere tgray adey mearey 🙏🏾❤❤❤❤❤❤

  • @hdhud9018
    @hdhud9018 ปีที่แล้ว +1

    አያ ተከስተ ሓፋር እየን መርዓት 🥰🥰🥰🥰

  • @hiwothagos1477
    @hiwothagos1477 ปีที่แล้ว +1

    ❤❤❤❤ኣሰይ ተጋርሩዋይ ደስክብሉ

  • @naninani-wx5eo
    @naninani-wx5eo ปีที่แล้ว

    የመቸኸም ገበአ ፈፂመ ዘኸረዕ የኸረካ❤

  • @kirisayerga3318
    @kirisayerga3318 ปีที่แล้ว

    አሰይይይይ ሩሐሰ ጋማ ይገቡረሊኮመ

  • @user-md6yv9zo4i
    @user-md6yv9zo4i ปีที่แล้ว +2

    ሓፊራ መርዓት

  • @user-bz9df9ld2g
    @user-bz9df9ld2g ปีที่แล้ว

    ሩሑስ ጋማ አያ ተከሶተ ፈረይትን ፀገይትን ኩኑ🎉🎉❤❤❤❤❤

  • @asgedomtesfay2290
    @asgedomtesfay2290 ปีที่แล้ว

    ብጣዕሚ ሕማቕ ኣቀራርፃ እዩ !! ኣብ መሬት እምበር ኣብ ባሕሪ ዘለኹም ኣይትመስሉን ።

  • @user-th2ov2eh9r
    @user-th2ov2eh9r ปีที่แล้ว

    እሰይ እስይ መልክዐኛ እወ❤❤❤❤❤

  • @miriamberhane1217
    @miriamberhane1217 ปีที่แล้ว

    Love you all !!’ ❤️❤️❤️🥰🥰❤️❤️❤️❤️😘😘😘😘
    ዓይኒ ሐሳዳት የጥፈአልኩም !!!

  • @yohannestesfay3128
    @yohannestesfay3128 ปีที่แล้ว

    Adey tigray lowha zeweldoto,bornem, bothers day,,awet nafash.

  • @leakeelias112
    @leakeelias112 ปีที่แล้ว +1

    ካብቲ ፀበባን ክባን ወጽኹም እዚ እንቃዕ ረኣኹም ሓውኩም እርትራዊ እየ. ❤️

  • @tirhaskeshi2502
    @tirhaskeshi2502 ปีที่แล้ว

    Lemlem ayney elill indahxerkya ❤❤❤❤❤❤

  • @Danayit16
    @Danayit16 ปีที่แล้ว +1

    Ruhus gama ygberelkum ❤

  • @selinaawasa6391
    @selinaawasa6391 ปีที่แล้ว

    lwamey nice to see u❤ des bahalit .

  • @yordiyordi1961
    @yordiyordi1961 ปีที่แล้ว +2

    እንኳዕ ደስ በለኩም💟💟💟💟💊

  • @tahgasdemoz6886
    @tahgasdemoz6886 ปีที่แล้ว

    ሩሑስ ጋማይግበረልኩም

  • @user-jm4rc6bw4b
    @user-jm4rc6bw4b ปีที่แล้ว +2

    እንካዕ ኣሐጎስኩም❤❤❤❤

  • @user-bq7mz3vf4m
    @user-bq7mz3vf4m ปีที่แล้ว

    አያ ተከስተ ዓይነይ እንዃዕ ደስ በለኹም

  • @saralove7966
    @saralove7966 ปีที่แล้ว

    ሰበይቲ ኣያ ተክስተ ጋል ገጠር እያ ትመስል❤

  • @meriBerhe-sw2wo
    @meriBerhe-sw2wo ปีที่แล้ว

    ሩሑስ ጋማ ይግበረልኩም 💘💘💘🥰🥰🥰😘😘🙏🙏💋🌹🌹🌹🌹💐💐💝💝💝💝💞💞💘💘💖💕💕❣️❣️❤️🧡💛💛❤️

  • @genetatsbeha3205
    @genetatsbeha3205 ปีที่แล้ว +1

    ተጠንቀቁ እዞም ሓሳዳት ኣራዊት ከየግንይኩም ኣሕዋተይ ብዙ ስዓት እዙይ ምጥንቃቅ ግድን እዩ

  • @BrhanBrhan-wc4zu
    @BrhanBrhan-wc4zu ปีที่แล้ว

    ሩሑስ ጋማ ይግበረልኩም ❤❤❤ተጋሩዋይ❤❤❤

  • @goesaroundcomesaround
    @goesaroundcomesaround ปีที่แล้ว

    ❤❤❤❤❤❤ ሩሑስ ጋማ እንዳ ገሬ እሙን ብሱሩ እንድዪ ቐኒዑዎም 😂😂😂. አሰይ🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏 ዕልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል

  • @hailemaryamgebru165
    @hailemaryamgebru165 ปีที่แล้ว

    ርሑስ ጋማ ኢልና መርዓ ኣብርሃምን ሳራን ይግበረልኩም ደቅ ዓደይ

  • @t.g824
    @t.g824 ปีที่แล้ว

    merats kola eya leles hafar mkrtey🥺💜
    aya tekeste rhus gama ykunelkum🙏🥰

  • @simretgebre1445
    @simretgebre1445 ปีที่แล้ว

    Assey Ruhus Gama Yigberelkum ❤

  • @user-bz9df9ld2g
    @user-bz9df9ld2g ปีที่แล้ว

    ናይብሓቃ ዲዩ እዙ ማራዓ

  • @weldenegodguad4974
    @weldenegodguad4974 ปีที่แล้ว

    ለምለም ሓውተይ ሓፊቐኪ ኣትዮ......

  • @እግዚአቢሃርፍቅርነው
    @እግዚአቢሃርፍቅርነው ปีที่แล้ว

    😍ሩሑስ ጋማ ይግበረልኩም

  • @birhanemesfin3258
    @birhanemesfin3258 ปีที่แล้ว

    ንብዛሕሕሕሕሕሕሕሕ

  • @djdjkriri4o367
    @djdjkriri4o367 ปีที่แล้ว

    ዕልልልልልልል❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @nestbest4670
    @nestbest4670 ปีที่แล้ว

    ደስ ትብል ናገጠር መርዓ❤❤

  • @StopTigrayGenocide
    @StopTigrayGenocide ปีที่แล้ว

    Congratulations አያ ተከስተ

  • @sikosilo4629
    @sikosilo4629 ปีที่แล้ว

    ሩሑስ ጋማ ይግበረልኹም ኣያ ተከስተ

  • @truwerkgegremedhin
    @truwerkgegremedhin ปีที่แล้ว

    Congratulations 🎊 👏 💐 🥳

  • @senaytdesta7059
    @senaytdesta7059 ปีที่แล้ว +3

    ንዝሞቱ መንገስተ ሰማይ የዋርሶም ንዘለኩም ካዓ ፍጨጭ በሉ

  • @jhjhd6922
    @jhjhd6922 ปีที่แล้ว

    ተጋሩዋይ ብሉፃት❤❤

    • @AAAA-tn1ny
      @AAAA-tn1ny ปีที่แล้ว

      ❤❤❤❤❤

  • @haahaa8114
    @haahaa8114 ปีที่แล้ว +1

    Wewwww kenjuuu❤❤❤❤❤

  • @user-tm9nu3mc6m
    @user-tm9nu3mc6m ปีที่แล้ว +1

    ❤❤❤

  • @tommygebar1930
    @tommygebar1930 ปีที่แล้ว

    እንዳ ገሬ እሙን ደስ በሃልቲ ❤

  • @selamenat2212
    @selamenat2212 ปีที่แล้ว

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @saratube8618
    @saratube8618 ปีที่แล้ว

    ❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @ametezghiteklsenbet3274
    @ametezghiteklsenbet3274 ปีที่แล้ว

    rhus gama🎉🎉🎉🎉🎉

  • @tsegage6935
    @tsegage6935 ปีที่แล้ว

    ርሑስ ጋማ ታማ ኣብግድሚ

  • @Wejeretyti
    @Wejeretyti ปีที่แล้ว

    አነስ አጨኒቃትኒ እዛ መርዓት ዘርፎም ድይም አምፅኦማ ታይ እያ ምንም ዘይትብል😫😂😂😂

  • @helenteklay1257
    @helenteklay1257 ปีที่แล้ว +1

    💕💕👏👏👏

  • @Frehiwet-
    @Frehiwet- ปีที่แล้ว +1

    መርዐት ድአ እንታይ ክይና እያ ተሎጊማ

  • @newhopeethio6931
    @newhopeethio6931 ปีที่แล้ว

    ተከዘ ድልድይ ድዩ

  • @MerryMerry-dh5gs
    @MerryMerry-dh5gs ปีที่แล้ว +4

    እረ መድሃነ ኣለም ታይ ኢያ መርዓት ብሓይሊ ዝተመርዓወት መሲላ😂😂😂😂😂😂😂ልዋም ድማ ፈሪሓ ኣላ😂😂😂😂😂😂😂😂

    • @sabagebru6850
      @sabagebru6850 ปีที่แล้ว +1

      Yha what happen to her 😕

  • @warkenhsam1362
    @warkenhsam1362 ปีที่แล้ว

    ሩሑስ ጋማ ደመይ❤❤❤🎉🎉🎉

  • @haahaa8114
    @haahaa8114 ปีที่แล้ว +1

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @user-iw9pm5ti2n
    @user-iw9pm5ti2n ปีที่แล้ว +1

    ዕዕዕዕዕዕዕልልልልልልልልልልልልል

  • @MiriMiri-fb8fx
    @MiriMiri-fb8fx ปีที่แล้ว

    ረሑስ ጋማ ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉