GERE EMUN PART 31

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 15 ธ.ค. 2024

ความคิดเห็น • 908

  • @princesss7977
    @princesss7977 5 ปีที่แล้ว +400

    ረድኤተ በረኸት ቅዱስ ሚካኤል ምስ ኹልና ይኹን ካብሕማቕ ነገር ብክንፉ ይጋርደና ኣሜን

  • @selamlwoloalemu1306
    @selamlwoloalemu1306 5 ปีที่แล้ว +334

    ነዛ ጽሕፊት ተንብባ ዘለካ ዒይኒ ጸላኢካ ይደፊን ኣብ ስራሕኩም ኣሳልጦ ኣብ ሂወትኹም ጥዕና ይሃብኹም ፈጣሪ ዓመተ ሰላም ዓመተ ፍቕሪ ዓመተ ምትሕቑቛፍ ይግበረልካ ኣሜን።🙏🙏

  • @kebkeb942
    @kebkeb942 5 ปีที่แล้ว +181

    አያ ዘራኣብሩኸይ ከማይ ዝሕብዮ መን እዩ like

    • @እመንግንንመን-ሐ2ጨ
      @እመንግንንመን-ሐ2ጨ 5 ปีที่แล้ว +1

      ኣነ ብጣዕሚ እዮም ኬፍ ዝህቡኒ ብፍላይ ክሕሽዩ ከለው ሳሓቅ እየ ዝሞውት

  • @endehaftekeros4647
    @endehaftekeros4647 5 ปีที่แล้ว +21

    እንኳዕ ንቅዱስ ሚካኤል ወርሓዊ ባዕል አብፀኩም ንአባና ሳሙኤል ዘዋልድባ ዓመታዊ ክብረ ባዓል አብፀና አብፀሐኩም

  • @NaTe-ep6be
    @NaTe-ep6be 5 ปีที่แล้ว +5

    ብዛዕባ ሓደጋ ብሓቂ ፅቡቅ ኢኹም ገሊፅክምዎ ህዝብና ይንቃሕ ይማሃር ሰናይ ይኹነልና ፈጣሪ ሃገርና ትግራይን መላእ ዓለምን ይሓልወልና ኣሜን ኣሜን ኣሜን፣፣፣፣ ።።።።

  • @ትግራይዓደይ-ሠ2ጠ
    @ትግራይዓደይ-ሠ2ጠ 5 ปีที่แล้ว +47

    ሊቀ መላእክቲ ቅዱስ ሚካኤል ይሓልወና

  • @ልጅዋናፋቂስደተኛዋ
    @ልጅዋናፋቂስደተኛዋ 5 ปีที่แล้ว +52

    ናይ ቤቲ አኸዳድና ቀደም አወዳት ክቆፅሩና ከለዉ እንክደኖ ዝነበርና ሰረ ብታሕቲ ጉርዲ ብላዕሊ ክክክክክክክ ዙስረ ድዮባ ዝከላኸለልና ይመስለና ነይሩ ሰብ ቀደም ጥዑም

  • @lovebyloveforever199
    @lovebyloveforever199 5 ปีที่แล้ว +48

    Way ኣነ በዛ ፍሊም ክጽለል የ በሉ ስኪ ዓመተ ሰላም, ፍቅሪ, ቅሳንት, ራህዋ, ታሕጋስ ኣብ ገዛና ይምላአ ፍቅርኩም የሰስነልኩም አንዳ ዘርአ ብሩክ 😍🥰🙏🇪🇹🇪🇷🇪🇹🇪🇷🇪🇹 EthioEri

    • @barkariver4569
      @barkariver4569 5 ปีที่แล้ว

      Entay eyu trgumu bandiera etiopian eritrea behansab gerka ke dhulat

    • @lovebyloveforever199
      @lovebyloveforever199 5 ปีที่แล้ว

      @@barkariver4569 ምልክት ፍቅሪ ዩ ማረይ ሰብ ንፍቅሪ ክዝምር ኣለዎ ፍቅሪ ናይ ኣምላኽ ዩ ዝሓወይ ማረይ ታሕቲ አንዳ ሓሰብኩም ከማኻም ወዲ ከማኹም ሃገር ንታሕቲ ትነኩትዋ ኣለኩም stupitat

    • @barkariver4569
      @barkariver4569 5 ปีที่แล้ว

      @@lovebyloveforever199 aytgageyi eba hager ktmiebl eko bbandiera gerka gele aykonen mnalbat kem gorebietna elki ente konki xbuk kabzi halifu gn trgum zbehal yeblun nsom karta hagerna ms karta natom xenbirom eritrea tbehal hager yelan enda belus kemey aynet fkri eki deliki ane zeamnelu kea fkri ms kulu mdmar zeyblu wedieki borko

    • @lovebyloveforever199
      @lovebyloveforever199 5 ปีที่แล้ว

      @@barkariver4569 seb nenay baelu aradada u zelewo mekseby ay txarf ka xerfi nay shetan srah u 😃😄😃😃 hji bandera nay kltiu geres tay u eti xegemka vires key halfeka dika ferihka bandera nay ethio vires yeblan dhan ajoka kkkkkkkkkkk

    • @barkariver4569
      @barkariver4569 5 ปีที่แล้ว

      @@lovebyloveforever199 no kemu maletey aykonen nsom fkrna zeykonu merietna eyom zdelyu slezi nhna kea nenbealna zeytefakernas fkri fkri tblu kefimna etom deki eri emo nfaker bdhriu guday gorebiet ngebr koki sweet

  • @saymonermias
    @saymonermias 5 ปีที่แล้ว +254

    ሳሓቕ ዝበዝሖ ቅንያት ይግበረልና ! ዓመተ ሰላምን ጥዕናን ይግበረልና ትግርኛ ኣሕዋተይ !

  • @ክፍለማርያምክፍለማርያም
    @ክፍለማርያምክፍለማርያም 5 ปีที่แล้ว +132

    ብጣዕሚ ፅቡቅ እዩ ብፍላይ ድማ ሓደሓደ መምሃሪ ዝኾኑ ቁምነገራት ስለዝተማልኡሎም ሓሪፍ ' ዩ ቀፅሉሉ እንዳ ገሬ እሙን ካብኡ ግን ኣንቱም ኮሜንት ትፅሕፉ ዘለኹም ዘለኽን የሕዋት በጃኹም ብማርያም ላይክ ወቅጠለይ ብስላሴ ላይክ ፅቕጥ ኣቡሉለይ ዝባሃል ንግደፎ ምክንያቱ ስምየን በከንቱ ኣታንሱ ስለ ዝበለና ናይ ኣምላኽ ስም እውን ምስ እዙይ ዘታሓሕዝ ስለዘይብሉ

    • @waw3433
      @waw3433 5 ปีที่แล้ว

      👍👍👍👅💋💋👅👅👅❤❤❤❤❤❤fkrrrrr

    • @ንፍቅሪእየዝነብርማሙናጋል
      @ንፍቅሪእየዝነብርማሙናጋል 5 ปีที่แล้ว +2

      ብትኽክል ዘይረብሕ ኣይ ምሳሕ ኣይ ድራር ስድታት ቤተ ክርስትያን ከይዶም ምጽላይ eko ኣይፈልጥዋን አንተ ኣብ ላይክ ሃቡኒ ምባል ግን ሰብ ዘይቅድሞም ❤️❤️

    • @dngleyadefkri2266
      @dngleyadefkri2266 5 ปีที่แล้ว

      በትክክል አለኻ ዝሓወይ ኣምላክ መስተውዐሊ ይሃበና

    • @yt5btkklaalekizhafteycgvhh110
      @yt5btkklaalekizhafteycgvhh110 5 ปีที่แล้ว

      ብትክክል ኣነ በጣዓሚ እዩ ዝገርምኒ ሰለዚ ልቦና ይሃበና

  • @ጋልቶምጁንታዝተባሃሉጀጋኑ
    @ጋልቶምጁንታዝተባሃሉጀጋኑ 5 ปีที่แล้ว +58

    እንኳዕ ዳሓን መፃእኩም ደቂ ዓደይ ደሞ ክፈትወኩም ማዓት❤🙏አብ ሰደት ዘለኩም ኩለኩም ተጋሩ ቅዱስ ሚካኤል ካብ ኩፉኡ ነገር ይሓልወና🙏🙏🙏

  • @ለዋህልበይ
    @ለዋህልበይ 5 ปีที่แล้ว +346

    ኣብ ኩሉ ኩርናዓት ዓለም ዘለኹም ኤርትራውያንን ኢትዮጵያውያንን ዓመት ሰላምን ቅሳነትን ዕብየትን ይግበረልና

  • @ለማርያምዘምሩ
    @ለማርያምዘምሩ 5 ปีที่แล้ว +8

    እንኳን ድሓን መፃኩም ገሬ እሙን እንኳን ንኣቡነ ሳሙኤል ዓመታዊ ክብረ በዓል በሰላም ኣብፀሐኩም ኣብፀሐና ብሩክ ሰንበት ይግበረልና ንዚኣ ተንብቡ ከዓ ሰላምኩም ብዝሕ ይበል🙏🙏🙏

    • @AliAli-cc7kt
      @AliAli-cc7kt 5 ปีที่แล้ว

      ❤❤❤👏👏👏

  • @milihabesawit3193
    @milihabesawit3193 5 ปีที่แล้ว +27

    ዝተባረከ መዓልቲ ሰንበት ይግበረልኩም ተጋሩዋኒ 🙏🙏🙏😘😘

  • @selamyemanesol4639
    @selamyemanesol4639 5 ปีที่แล้ว +21

    ቤቲ ሰበይቲ ገሬ😍😍 ሽኮር ዝፈቱ ላይክ እባ ሃቡኒ እ

  • @sabasaba1323
    @sabasaba1323 5 ปีที่แล้ว +15

    ቡሩኽ ሰንበት ቁዱስ ምካኤል እኣብ ዘለናዮ ይሓልወና :: ኣነስ ዘብራኣብሩኽ ን ለምለም ዓይነይን ክፍትዎም አስቲ አትፈትዉዎም ካማይ like❤️

  • @Feven-x5b
    @Feven-x5b 5 ปีที่แล้ว +35

    Ya zerabruk lemlem ayney meqeret hibkuma eza comedy bieti hji felitkla kab menkis gerie yhshi 🇪🇷🇪🇷😍😍🙏🤩

  • @nattv291
    @nattv291 5 ปีที่แล้ว +46

    Amete selam rahwa yegbererna n kulu hezbi🇪🇷🇪🇷🇪🇷 2020

  • @kokobyemane
    @kokobyemane 5 ปีที่แล้ว +10

    Wawww እንዳ ጌሬ እሙን ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ
    ደቂ ትግራይ ማዓረይ መራ ኢየ ዝፈትወኩም፡ሓውኹም ኤርትራዊ

  • @mikialenguse9934
    @mikialenguse9934 5 ปีที่แล้ว +10

    በረኸትን ረድኤትን ናይ ቅዱስ ሚካኤልን በረኸት ናይ ኣባ ሳሙኤል ዘዋልድባን ምስ ኩልና ይኹን ብሩኽ ሰንበት ይግበረልና ብጣዓሚ ጎበዛት ዕድመን ጥዕናን ሰላምን ይሃብኩም ፈጣሪ ቀጽልዎ ኣጆኹም🙏🙏🙏

  • @selufikr7941
    @selufikr7941 5 ปีที่แล้ว +19

    ኣብዝሃለኩም ሃሊኩም ቅዱስ ሚካኤል ይሓልውኩም።

  • @yordigaltigray
    @yordigaltigray 5 ปีที่แล้ว +12

    መርሓባ ሙቁራት ብሩክ ስንብት ይግበረልና ኣሜን ኣሜን ኣሜን🙏

  • @ሓፍቲወይናይብልኹምፆውዑኒ
    @ሓፍቲወይናይብልኹምፆውዑኒ 5 ปีที่แล้ว +29

    እንኳን ዳሕና መፃእኹም እስቲ ለማዕቲ ቓደመይቲ እየ 👍👍👍👍👍በሉኒ

  • @lemlemlemlem5141
    @lemlemlemlem5141 5 ปีที่แล้ว +18

    ላይክ ሃቡኒ ክብል ብለ ነብረዋ ለማኒ በዝሑ ሽኮራት ደቂ ዓደይ ቅዱስ ምችአል አብ ድነሀኹሞ ይሓልኹም አሜን፫

  • @galtigray4809
    @galtigray4809 5 ปีที่แล้ว +77

    በሺም ለምለም ዓይነይ እባ ላይክ ግበሩለይ ተጋሩ ኣሕዋተይ

  • @ጓልትግራይዕባይሶሎዳዓድዋ
    @ጓልትግራይዕባይሶሎዳዓድዋ 5 ปีที่แล้ว +32

    ብሩኽ ሰንበት ሽኮሪናታት 🙏🙏🙏💗💖💗 ዘብራኣብሩኽ መሐጎሰይ 😄😘

  • @naomimqurzanta2019
    @naomimqurzanta2019 5 ปีที่แล้ว +15

    ዝድነቅ ስራሕ እዩ ተጋሩ ሽኮራት ፡ምስኣ ኣልግብ ኣቢለ ከኣ ርሑስ ቅንያት ልደት ይግበረልና ፡like ከኣ ኣይትረስዑ።

  • @elsajefter5596
    @elsajefter5596 5 ปีที่แล้ว +11

    Aya zeraberuk kfetwom lemlem ayney mkeri 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @hello-je2kd
    @hello-je2kd 5 ปีที่แล้ว +11

    እንኳዕ ደሓን መጻኩም' ቅዱስ ምካኤል ምስኩልና ይኩን

  • @tomasabrha7377
    @tomasabrha7377 5 ปีที่แล้ว +20

    ዋውውውው ደቅ ትግራይ ማዓረይ ብሩኽ ሰንበት ይግበረልኩም like አግርጭው ኣቡልለይ ናይ ገሬ ፈተውቲ

  • @abebachanal1036
    @abebachanal1036 5 ปีที่แล้ว +27

    ውውውውው ቤቲ ከፍ አለዋ አከደድናኣ ክክክክክክክ እስኪ ከምዚኣ አከዳድና ዝተከድንክን ላይክ ሃባኒ

  • @sabateklay7357
    @sabateklay7357 5 ปีที่แล้ว +28

    ደቂ ሓላል መሬት ሰላምኩም ይብዛሕ ቅድስ ሚካኤል ከብ ዓይኒ ሓሳድ የድሕንኩም ሰላም ማዓልቲ ይግበረልኩም ቀጽሉሉ ጎበዛት

  • @borntodie6459
    @borntodie6459 5 ปีที่แล้ว +40

    ገሬ እሙን ክፈትወኩም ንመኣት እዮ ኩልሻህ እዬ ዝከታተለኩም በርትዑ ትግራዋይ ኣይኮንኩን ኣምሓራ እዬ ተወሊደ ዝኣበኩላ መረበተይ ወልቃይት ሽኮር ማር ወለላ አምላክ ሰላም ይግበረና ኣምሓራን ትግራይን

    • @egzabherhaylihiweteyeyu4282
      @egzabherhaylihiweteyeyu4282 5 ปีที่แล้ว +1

      Ata humum dika welkayet eko tgray eyu :: weys kabzom gerebetna hasadat eka tmesl hakey :: terewaei

    • @abebachanal1036
      @abebachanal1036 5 ปีที่แล้ว +2

      ሓሳዊ ድቃላ ናይ ድርጊ ደአ ተኮይንካ ብአቦካ ወይ ብአዴካ እምበር ወልቃይትስ ናይ ትግራይ እያ ውልቃይት ዝበሃል አምሓራ የለን

    • @egzabherhaylihiweteyeyu4282
      @egzabherhaylihiweteyeyu4282 5 ปีที่แล้ว +1

      @@abebachanal1036 kabzom hasadat gorebetna eyu keytdanageri

    • @melatmelat129
      @melatmelat129 5 ปีที่แล้ว

      አሜን አሜን አሜን

    • @borntodie6459
      @borntodie6459 5 ปีที่แล้ว +4

      @@abebachanal1036 የቕንየለይ ሓወይ ናተይ ስለፅረፍካኒ እሞ ወልቃይት ናይ ኣምሓራ ወላ ናይ ትግራይ እያ ኢለ ኣይተዛረብኩን ወልቃይት እዬ ተወሊደ ዝኣበይኩ ስለዝኮነ ኣብ ወልቃይት ስልተመሓርኩ ትግርኛ ለሚደ ቤተሰበይ ግን ካብ ጎንደርን ካብ ወሎ እየን መፂእን ናብ ወልቃይት

  • @hermifikr5762
    @hermifikr5762 5 ปีที่แล้ว +19

    Lemlem ayneyi sewdeshi😍😘😘❤❤❤

  • @nkedem_belu
    @nkedem_belu 5 ปีที่แล้ว +86

    *ከማይ ንዘራብሩክ ዝፍርቱ like & subscribe ኣስከ ሰሉምኒ*

  • @አቲጊዜቶሎቶሎሕለፊ
    @አቲጊዜቶሎቶሎሕለፊ 5 ปีที่แล้ว +43

    ሰላም ደቂ ዓባይ ሃገረ ትግራይ እንካዕ ለሊቀ መላኢክት ቅዱስ ሚካእየል ዓመታዊ ክብረ ባዓል አቡነ ሳሚኤል አብፀሐኩም አብፀሐና እቲ ትማሊ ዝነበረ ብረጉራም ካብ ዳስ ናብ ክላስ ንተረከብቲ ዓዲ ህፃዉቲ ደቂ ትግራይ ደስ ዝብሎ ምርብራብ ነይሩ ብተጋሩ ተሓቢነ ንስኩምነ ናይ ለሚ 5ዓመት ከምዛ ለማዓንቲ ንአደይ ወላዲተይ ረኺበያ ነይረ ካብ ዝፍለያ ድማ አስታት 4ዓመትን 9ወርሕን ገይረ አለኹ ናይ አዶ ናፍቆት ከመይ አሎ ኢልኩም አትጠይቁኒ አህሲሱን ብሕታዊት ተዛራቢት ገይሩኒ ንገሬ እሙን እትድግፉ ንዓይ Likeአይትረስዑ አብ ዝሃለዉኩም ሃሊኹም ቅዱስ ምካእየል ባዓል ፅላል ዳዉለ ይሓልዉኩም ሰላም ንዓባይ ትግራይና💖💖💖💖💖💖

    • @ፍዮሪይጋልፅምብላ
      @ፍዮሪይጋልፅምብላ 5 ปีที่แล้ว +1

      ኣሜን ኣሜን ኣሜን

    • @ቃልኪዳን-ቀ2በ
      @ቃልኪዳን-ቀ2በ 5 ปีที่แล้ว +2

      አረ በጃኩም ሃገርና ኢ/ያ ክልልና ትግራይ ንበል ሃገርና ትግራይ ኣይትበሉ

    • @dontwoorybehappy8865
      @dontwoorybehappy8865 5 ปีที่แล้ว +1

      @@ቃልኪዳን-ቀ2በ 👍😍

    • @አቲጊዜቶሎቶሎሕለፊ
      @አቲጊዜቶሎቶሎሕለፊ 5 ปีที่แล้ว

      @@ቃልኪዳን-ቀ2በ ሃገርና ትግራይ እዩ ማዓረይ አይትኾሪ

    • @machamacha5484
      @machamacha5484 5 ปีที่แล้ว

      ምቅርቲ ከመይ ዲካ ናይ ሕማመይ ።። እሞኸ ከመይ ቀኒኺ ናፍቅ ሓዲጉኪ ዶ?

  • @arsemameseret1299
    @arsemameseret1299 5 ปีที่แล้ว +12

    ዝተባረከ ሰንበት ይግበረልና ደቂ ኤረ ሓባይብ ኣንታ ኣነስ ስድራይ እንበር ናፊቀ

    • @kuflomtesifamrym7163
      @kuflomtesifamrym7163 5 ปีที่แล้ว

      ደቅ ኤርትራ ድዮም ዘለዉ ኣቡዙይ

  • @daniabraha9229
    @daniabraha9229 5 ปีที่แล้ว +236

    ብሽም ለምለም ዓይነይLike ዉቅጥ

    • @dawitdawit9950
      @dawitdawit9950 5 ปีที่แล้ว

      ዳኒ can you teach me why you ask peoples to give you like what is your benefit? ካብ ልቢ ክምሃር ዝለዝደለኹ እዬ please Just tell me bro?

    • @ሰላምሰላም-ሸ1ጘ
      @ሰላምሰላም-ሸ1ጘ 5 ปีที่แล้ว

      Lomi lomis des ayblunan zelewu mnm ayeshkun

    • @ራህዋራህዋ-ጨ8ቨ
      @ራህዋራህዋ-ጨ8ቨ 5 ปีที่แล้ว +1

      ውቅጥ ግዲ

    • @aill8641
      @aill8641 5 ปีที่แล้ว

      kkkkk ላምለም ናይሕማመይ

    • @ድንግለይኣደጎይታ
      @ድንግለይኣደጎይታ 4 ปีที่แล้ว

      ለምለመይ ፅሪቲ ብሽምኪ ውቅጥ ግዲ💞💕💓💋💖💖

  • @mussietn1966
    @mussietn1966 5 ปีที่แล้ว +181

    *ተጋሩ ናይና ሃመይ ድየ ልፈትየኩም like ና subscribe ኣግርጭው

  • @Fre_weldsh
    @Fre_weldsh 5 ปีที่แล้ว +19

    ንአቦይ ዘብሩኽ ተድንቁ like ሃቡኒ
    ተጋሩዋይይ ከመይ ከመይ ድየ ዝፈትወኩም ደስስስ እሉኒ እዩ ዘሎ ከማይይ ደስስስ ይበልኩም 😘😘🙏

    • @QwerQwer-im7lv
      @QwerQwer-im7lv 5 ปีที่แล้ว +1

      ዘቡረአቡሩክ ዓይነይ

    • @Fre_weldsh
      @Fre_weldsh 5 ปีที่แล้ว

      @@QwerQwer-im7lv ለምለም ዓይነይ👌

  • @ቲቲንሕልመይእየዝነብር
    @ቲቲንሕልመይእየዝነብር 5 ปีที่แล้ว +10

    ፁሪያት ደቅ ዓደይ ጀጋኑ ቃዕ ብሰላም መጻእኩም
    እዚ ትግርኛናስ ክንደይ ክምቅር እዩ ደቀይ
    ተዋሰእቲ ካኣ ፅቡቅ ስራሕ ቀፅልሉ ንፉዓት😍😍
    ቡሩኽ ሰንበት ቡሩኻተይ🙏

    • @moses9882
      @moses9882 5 ปีที่แล้ว

      ነብሶም Haxibkyom ዲኺ?

    • @jcfug3355
      @jcfug3355 5 ปีที่แล้ว +2

      Wawww dki tgray shkorinatat enka bselm metakum💝💟

  • @isakapptube4726
    @isakapptube4726 5 ปีที่แล้ว +517

    ነዛ ኮመንቲ ተንብብ ዘለካ ኪ ብር ክትብሉ ትሓጎሱ 2020 ዓመተ ሰላም ቅሳነት ራህዋ ይግበረልኩም ስደትና የሕጺሩ ምስ ንፈትዎም ስድራና የታሓቃቅፈና ኣሜን ኣሜን ኣሜን!!!! ✅👏🏾🙏🏽🇪🇷🇪🇷🇪🇷
    th-cam.com/video/GG9IbiU473Q/w-d-xo.html

  • @weldayoubuya903
    @weldayoubuya903 5 ปีที่แล้ว +13

    ናይ ሰላምን ፍቅርን ሓድሽ ዓመት ይግበረልና እንዳ ገሬ እሙን

  • @zenebugebrekidan
    @zenebugebrekidan 5 ปีที่แล้ว +3

    ዝተባረከን ዝተቀደሰን ሰምበት ይግበረልና በብዘለናዮ ቅዱስ ሚካኤል ካብ ክፉእ ነገር ይሓልወና💗💗💗 እንካዕ ደሓን መፃእኩም ገሬ እሙን

  • @rozate2135
    @rozate2135 5 ปีที่แล้ว +9

    እዋይይይይይይ እነ ለምዓቲ ተቀዲመእ እየ እሞ like like ንቤትን ንገሬን አሙንን

    • @dawitdawit9950
      @dawitdawit9950 5 ปีที่แล้ว +1

      ሮዝ ናይ like ጥቅሙ እባ አረድእኒ?

    • @rozate2135
      @rozate2135 5 ปีที่แล้ว

      ኢሺ ፅባሕ

  • @ንፍቅሪእየዝነብርማሙናጋል
    @ንፍቅሪእየዝነብርማሙናጋል 5 ปีที่แล้ว +13

    አስኪ ኸምዚ ኸማይ መቀለ ልናፈቀ ላይክ ይግብረለይ ብሽም መቀለ ጋል መቀሌ አየ

  • @genetgirmay4251
    @genetgirmay4251 5 ปีที่แล้ว +58

    ሃማየስ ዘብራኣብሩክ ዓይነይ ልፎትዮ ይህልው ዶ ❤

  • @tggaltigray9566
    @tggaltigray9566 5 ปีที่แล้ว +2

    እንኳዕ በሰላም መፃእኩም ተናፈቅቲ አይዘኩም ብርቱዑ ንኤርትራውያን ንትግራይን ርሑስ ሓድሽ ዓመት ይግበረና ፍቅሪ ሰላምን ይንገሰና

  • @nardosnardos4332
    @nardosnardos4332 5 ปีที่แล้ว +64

    ቤቲየ ሎምስ ታይ ድኣ ጉዱ መጀመርያኣ ትዓብድ ዘላ ኮ መሲልኪ ክክ
    በብዘለናዮ ናይ ቅዱስ ሚካኤል በረከትን ረዲኤትን ኣይፈለየና ክቡራት የሕዋት

  • @mytigraylove9621
    @mytigraylove9621 5 ปีที่แล้ว +3

    እዋይ ቶም ደቀቦይ ዘብረአብሩክ ቆልዑስ ታይ ጉዱ ወንጫራት ኮይኖም ቅብአት ነገር ልከይዎም ፀጉሮም ቁሮፅሎም

  • @solisesa6804
    @solisesa6804 5 ปีที่แล้ว +6

    *ዌል እንዳገሬ ዓይነይ እንካዕ ደሓን መጻእኩም ማራ'የ ዝፈትወኩም💓💋 ሶ ብሩኽ ሰንበት ይግበረልና ናይ ሰላምን ፍቅርን ምትሕቑቓፍን ሓዱሽ ዓመት #2020 ከኣ ይግበረልና 🇪🇹🇪🇷💓💐*

  • @michealareaya1061
    @michealareaya1061 5 ปีที่แล้ว +1

    ይበል ብጣዕሚ ደስ ዝብል ድራማ እዩ በዚ ቀፅልሉ።

  • @danielkidane7839
    @danielkidane7839 5 ปีที่แล้ว +16

    Deki tgray mukurat ekum bzey kelalem hawkum eritrea kab hager xllti Isrhal like aydeln eye kia lemani like aykonkun 🇪🇷

    • @rakitube21
      @rakitube21 5 ปีที่แล้ว

      ክክክክ ኣነ እሞ 1000ላይክ ሂበካ ኣለኩ ሓወዬ👍👍👍👍👍

    • @danielkidane7839
      @danielkidane7839 5 ปีที่แล้ว

      @@rakitube21 kab habkini kikibleki eye rahwiteyy gin zseme ezini yeblkin yemesleni

    • @rakitube21
      @rakitube21 5 ปีที่แล้ว +1

      @@danielkidane7839 ዋእ ናዓባ ኣይትጻረፍ እባ ስልዝበልካ ኣይኮነን ላይክ ካይዋሃበካ እቲ ሰብ ባዕሉ እዩ እቲ ጽሑፍ ኣንቢቡ ኬፍ እንተሂብዎ ላይክ ረጊጹ ይሓልፍ

    • @danielkidane7839
      @danielkidane7839 5 ปีที่แล้ว

      @@rakitube21 kkkkkkkkk xeweta eyu ati rahwiteyy yfelte kkkkk entay konki eki ati konjooo❤❤❤❤

    • @rakitube21
      @rakitube21 5 ปีที่แล้ว +1

      @@danielkidane7839 ክክክክ ቀልደኛ ተጻዋቲ ኢካ ወዲ ኤሩ ሓላል❤❤❤

  • @ዕባይፍግራ
    @ዕባይፍግራ 5 ปีที่แล้ว +127

    ብ ሽም ዘርኣብሩኽ እስከ like ወቁጡኒ ብሩክ ሰንበት ካኣ ንኩልና።

    • @dawitdawit9950
      @dawitdawit9950 5 ปีที่แล้ว

      ላይክ ከንትልምኖ ፈጣሪኻ ዶ ምልማን አይምኸሸን ዝሃወይ?

    • @ዕባይፍግራ
      @ዕባይፍግራ 5 ปีที่แล้ว

      @@dawitdawit9950 ኣክፊእና ዶ ዛሓወይ

  • @alihamdulilah6475
    @alihamdulilah6475 5 ปีที่แล้ว +5

    እንኳዕ ብደሓን መፃእኩም እንዳ ገሬ እሙን መርዓኩም የብለዐና ቤቲ ሽኮር😘 ጆከረይ ዝተዛረብካ ስለ ባጃጅ ሓቅኻ ኢካ ገፅ የብሎም ፀባይ የብሎም ክፉኣት እዮም።

  • @mengstabrezene5484
    @mengstabrezene5484 5 ปีที่แล้ว

    ክክክክክክ ኣታ ኣብራሃም ደቂሱ እንቋዕ ብሰላም መፃእኹም እንዳያ ገሬ ኣቱም ጀጋኑ ለባማት ተጋሩ ቀፅልዎ ኣጆኹም💖💜💛❤💝ሰምሃል ሽኮር ፍትዉትዉዉዉዉ

  • @ሰላማዊትካሕሳይኢትዮጲያዊ
    @ሰላማዊትካሕሳይኢትዮጲያዊ 5 ปีที่แล้ว +7

    እንካዕ ን ቁዱስ ሚክኤል ወርሓዊ በዓል አብፀሐኩም የሕዋተይ በቢ ለለናዮ ሓሳብ ልብና ይምለአና እስክ አሜን በሉ

    • @starbili9511
      @starbili9511 5 ปีที่แล้ว

      ኣሜን ሓቢብቲ ሎሚ ዓመታዊ በዓል ቅዱስ ሚካኤል አዩ

    • @ሰላማዊትካሕሳይኢትዮጲያዊ
      @ሰላማዊትካሕሳይኢትዮጲያዊ 5 ปีที่แล้ว +1

      @@starbili9511
      አሜን መዓረየ
      ለማዕትይ ቅዱስ ሚክኤል ወርሓዊ እዩ
      ና አቦና ሳሚኤል ናዓመቱ እዩ
      ታሕሳስ 19 ቀፃሊ ሰንበት ናይ አብሳሪ መልኣክ ቅድስ ገብርኤል እዩ መዓሪተይ
      ሕዳር እዩ ናይ ቅዱስ ሚክኤል ነዓመቱ ነይሩ ዝሓለፈ.ወርሕይ ማለተይ እየ

  • @ሃገረይእያኩራዓተይ
    @ሃገረይእያኩራዓተይ 5 ปีที่แล้ว +304

    ድራማ ገሬ እሙን ኩሉ ግዜ ክትሪእዋ እትናፍቁ ኣለኩም ዶ ከምቲ ከማይ እንታሃሊኩም Like ንገርኒ

    • @dawitdawit9950
      @dawitdawit9950 5 ปีที่แล้ว +1

      Kal # ክተረድእኒ ትክእል ዶ እቲ ለሚንኪ ትረኽብዮ like በዝሂ ዝፈጥረልኪ ስሚዒት ወይ መኽሰብ please ብዘይ ፀርፊ አረድዕኒ?

    • @muniranurhisen267
      @muniranurhisen267 5 ปีที่แล้ว

      Hakeka zehawey bezaeba ezu filmu hadigom like eba subscribe eba yeblu harif serah entesrihkum eko seb baelu eyu zemtsekum

    • @ሃገረይእያኩራዓተይ
      @ሃገረይእያኩራዓተይ 5 ปีที่แล้ว

      @@dawitdawit9950 ሕብረትና ይገልፀለይ

    • @ጓልደብርፂጓል70እንደርታ
      @ጓልደብርፂጓል70እንደርታ 5 ปีที่แล้ว +1

      ንፍቅፍቅ እንበር ልማዕልቲ 2ግዜ ዉን አይትሙነን

  • @ዕቁበኣብርሃእንተዝነብር
    @ዕቁበኣብርሃእንተዝነብር 5 ปีที่แล้ว +3

    ሰህማን ጋን ዘርኣብሩክ """"" ከይተሰዓዓምኪ ዲኪ ደይብኪ ዋይ ኣንታ እዚ መንሓስ እንታይ'የ ዝገብኖ ሃሃሃሃሃሃሃሃሃሃ ኣያ ጆኬር ናይ ብሓቂ ኮሜድያን 100%

  • @weditigray3513
    @weditigray3513 5 ปีที่แล้ว +2

    ስላምን ፍቅሪን ዝዓሰሎ ዘመን ይግበረልኩም ተጋሩ ሽኮር።

  • @ove6164
    @ove6164 5 ปีที่แล้ว +10

    እውይ ኣታ ኣነስ ክፈትዎም ምዓት እየ።😍😍እስቲ ከምዚ ከማይ ትፈትዉዎም 👍👍ሰናይ ሰንበት ይግበሪልና ❤❤

  • @LL-pt6ub
    @LL-pt6ub 5 ปีที่แล้ว +3

    Zebreabruk ayney 😍😍😍😍💯💯💯💯💯

  • @sofiakiar7990
    @sofiakiar7990 5 ปีที่แล้ว +51

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 ✌✌✌✌✌✌👍👍👍👍👍👍👍👍 nice job

  • @machamacha5484
    @machamacha5484 5 ปีที่แล้ว +5

    እስቲ ከምዙ ኸማይ ሽቃላታት ንዕነ መዳም ባዕላ ትፍለጥ ክክክክክክክክ ስጋኽን መቅሰናት

    • @እመንግንንመን-ሐ2ጨ
      @እመንግንንመን-ሐ2ጨ 5 ปีที่แล้ว

      ቅቅቅቅ ባዕላ ትፈልጥ መዳም እሞ እንዳ ጌሪ ዳኣ ብከመይ ዘይንሪኣ ኮአጁ

  • @zaydgalltigray8825
    @zaydgalltigray8825 5 ปีที่แล้ว +6

    ኣከዛ ጋለይ ለለ መፅያ 😂 ኣኪ እየ ልበሃል 😉
    ዘብራእቡሩክ ዓይነይ ልፎቱ 👍👌 ኢልኩም ሕለፉ😘

  • @ፍቕሪዩመንገደይ-ሠ5ሸ
    @ፍቕሪዩመንገደይ-ሠ5ሸ 5 ปีที่แล้ว +4

    kkkkkkkkkkkkk ሕኽነነኚ ክሓኽንኜካ
    (ሕኸኸኒ ክሓከካ) ኣያ ጆኬር ሽኮር።

  • @tube41
    @tube41 5 ปีที่แล้ว +58

    ሓደ ትራፊክ ንእግረኛ በዚ ዜብራ ገርይካ ሕልፍ ክብሎ ከሎ በዚ ከ ዝሩእ ድዩ ኣያ ዘርኣብሩክ ኣይትስኣን እስከ ዘርኣብሩክ ከማይ ፍሽክ ዘብለኩም እግርኩም ንላዕሊ

    • @ኣሕፈሮምዓዲጀጋኑ
      @ኣሕፈሮምዓዲጀጋኑ 5 ปีที่แล้ว +3

      ለምለም ዓይነይ ናይ ኣቦይ በየነ መኪና እርጋን ዘምፆኦ ሳዕብየን ቀጥቀጥ እዩ ዘብላ ክክክክክክክ

    • @ራህዋራህዋ-ጨ8ቨ
      @ራህዋራህዋ-ጨ8ቨ 5 ปีที่แล้ว +2

      ሓፍ

    • @tube41
      @tube41 5 ปีที่แล้ว +2

      መቅሰናት ዝኮኑ ሰባት ኣይትስኣኑ

  • @trahastrahas4537
    @trahastrahas4537 4 ปีที่แล้ว

    ዋውውው ስላም ስላም ኣሕዋት ከመይቀኒኹም ገሬ ሽኮር ምሳኻ ፊቅሪ ሕዙኑ ኣደራሻ እንተመሃሊኩም ተሓባበሩኑ ሓባይብ

  • @lovetgray8218
    @lovetgray8218 5 ปีที่แล้ว +75

    ዳ ገሬ እሙን ክጽበ ቀንየ ደበኽ like ሓሊፍለይ ቀዳመይቲ እየ ሎሚ፡ ኣታ ራኢለይ ዘርኣብሩኽ ዓይነይ ቅቅቅ ብሩኽ ሰንበት ብሩኻት ኣሕዋተይ

    • @zaydgalltigray8825
      @zaydgalltigray8825 5 ปีที่แล้ว +1

      Miss You Fkrey😂😂

    • @lovetgray8218
      @lovetgray8218 5 ปีที่แล้ว +1

      @@zaydgalltigray8825 ናበይዳ ጠፊእኽኒ ዜዱተይ😑miss you too 😢

  • @ሓበሻዊት-ሐ6ጠ
    @ሓበሻዊት-ሐ6ጠ 5 ปีที่แล้ว

    ዕደመ አና ጥዕና ይሃብኩም ቅድሰ ገብረኤል አንዳ ገሬ እሙይ🙏🙏🙏

  • @selamalene4742
    @selamalene4742 5 ปีที่แล้ว +22

    ልማዓንቲ ቀዳመይቲ እየ ላይክ በሉኒ ሓባይብ 😍😍

    • @ghtcnhgchkb4760
      @ghtcnhgchkb4760 5 ปีที่แล้ว

      Ati entay sile ziserhaaki eki layiki tilimini zeleki

  • @ቋንቋዬነሽድንግልኤልሻዳይ
    @ቋንቋዬነሽድንግልኤልሻዳይ 5 ปีที่แล้ว

    እንዳ ገርየ እሙን ብጣዕሚ ፅብቅ ስራሕ እዩ ቀፁሉሉ"" እንካዕ ኣብፀሐኩም ንቁዱስ ሚካኤል ኣብፀሐኩም ኣብፀሐና ""ናይ ዓመት ሰብ ይበለና አሜን

  • @elisagualmama1279
    @elisagualmama1279 5 ปีที่แล้ว +10

    Nebiti haylayin ne gerye emun zefto Like gechwelay

    • @dawitdawit9950
      @dawitdawit9950 5 ปีที่แล้ว

      ኤልሲ ናይ ላይክ ጥቅሙ እባ አረድእኒ I really confused about it. ጥቅሚ ተሊውዎ why not I can give you every single day

  • @kudusannguse2418
    @kudusannguse2418 5 ปีที่แล้ว

    ኣቱም እንዳገሬ እሙን ስራሕኩም ኩሉ ብጣዕሚ ሳሓባይ እዩ ግን ዝበለፀ ተናፋቂ ምእንትን ክኸውን ሲ ርግኣት ሽኮር ኣምፅእዋ ብሓፂሩ ኩሉኹም ንፉዓት እንዲኹም ብዝበለፀ ግን ርግኣትን ቤትን ክህልዋ ከለዋ ደስ ይብለካ በርትዑ ደቂ ዓባይ ትግራይ

  • @yonasg9232
    @yonasg9232 5 ปีที่แล้ว +15

    Hhh ኣታ ስምዑለይ ኣነ ከም ለምለም ዓይነይ ሰበይቲ ተድልየኒ ኣላ ዳ ዓፈንኹዋ ትም ኢላ ትሰምዓኒ 😂😂

  • @ሃናጋልመቀለ
    @ሃናጋልመቀለ 5 ปีที่แล้ว +1

    ዳዘዉራኣብሩኽ ምስ ዕያልኩም ኣኬባ ደስባሃልቲ 💖💖💖

  • @jemilakemal7109
    @jemilakemal7109 5 ปีที่แล้ว +3

    yajoma bsm gere emun chrs agrchew selamkum ybzah deki ደቂ ትግራይ ምስ ደቂ ኤሬ ኣብ ስደት ዘለና ብሰላም ይመለሰና ጁባዓተይ

  • @kunamawedisheraro8918
    @kunamawedisheraro8918 4 ปีที่แล้ว

    Merhab tigray film gere emun best ❤❤❤❤❤❤❤💯💯💯💯💯🇻🇳👈

  • @angesomaregawy1018
    @angesomaregawy1018 5 ปีที่แล้ว +14

    🇻🇳🇻🇳💞💞💞💞 welckam enda gera

  • @natutadish8762
    @natutadish8762 4 ปีที่แล้ว +1

    Ik vind heel erg leuk om te kijken of te horen omdat ik heel erg goed en beetje een rare manier waarop de volgende keer weer iets nieuws te melden dat het zo snel mogelijk 😉 200000%

  • @titi-wi6fe
    @titi-wi6fe 5 ปีที่แล้ว +22

    Like habuna ye eskab nria ok do

  • @moobo9496
    @moobo9496 5 ปีที่แล้ว +1

    ትግራወይቲ ብምካነይ ሕብንቲ እየ ጎበዛት ደቂ ትግራይ ዓደይ💖💖💖💖💖💖

  • @eyerusaraya8656
    @eyerusaraya8656 5 ปีที่แล้ว +4

    እንዳ ገሬ ተናፈቅቲ ኣጀኩም በርትዑ ኣበይ ኣለኩም ኣድነቅቲ ላይክ ገጭ😍😍😍 👍👍👍

  • @necheygalishire1628
    @necheygalishire1628 5 ปีที่แล้ว +1

    በረከት ረድኤት ናይ አባ ሳሙኤል ዘዋልድባ አይፈለየና።ሰናይ ሰንበት ይኩነልና።

  • @ጓልሃገረሰብ-ቐ9ጠ
    @ጓልሃገረሰብ-ቐ9ጠ 5 ปีที่แล้ว +3

    እንካዕ ሰላም መፃእኩም ዝተባረከ ሰንበት ይኩነልና።🌹💐💐🌷🌷🌹🌹💐🌳🌷🌹💐💐💐💐🌹🌹🌹🌷🌷🌹💐❤🌹🌹❤🌷🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹

  • @NaTe-ep6be
    @NaTe-ep6be 5 ปีที่แล้ว

    ክክክክክክክክክ እንዳ ኣያይ ዘርኣ ብሩኽ ኣኼባ ማራ ኬፍ ኣለዎ ደስ ብሃሊ ብስሓቅ ወዲኢኹምኒ፣፣፣ ሕጅስ ዓቅሚ የብለይን ክዛረበካ ክክክክክክክ

  • @sami9086
    @sami9086 5 ปีที่แล้ว +96

    *Neta xbkti kolia gal zereabruk afkireya like habuni*

    • @eattm
      @eattm 5 ปีที่แล้ว +2

      Wejab

    • @ሉሊጋልውቅሮኢትዮጽያዊት
      @ሉሊጋልውቅሮኢትዮጽያዊት 5 ปีที่แล้ว +4

      ተፈቂርካያ ዳኣ ኬድካ ሕተታ🙇

    • @sami9086
      @sami9086 5 ปีที่แล้ว +3

      @@ሉሊጋልውቅሮኢትዮጽያዊት xbuk nerki ane nsa nkmeto bebeynu eyu amlak ente fekidwo kea natey kgebra eye

    • @mussietn1966
      @mussietn1966 5 ปีที่แล้ว +6

      በልበል ኣፍካ ሕዝ ሎምስ ከኣ ብየማነይቲ ዓይነይ መጽኻኒ

    • @Fre_weldsh
      @Fre_weldsh 5 ปีที่แล้ว +4

      @@mussietn1966 ክክክክክ

  • @hanayemaryam12
    @hanayemaryam12 5 ปีที่แล้ว +1

    አብ ናትኩምጨዘሎ ምርድዳእን ምክብበርን ልብዙሕ ቤተስብ ትምርቲ ከኸዉን ይእል እዩ ብጣዕሚ ኢኹም ደስ ትብሉ

  • @ሉሊጋልውቅሮኢትዮጽያዊት
    @ሉሊጋልውቅሮኢትዮጽያዊት 5 ปีที่แล้ว +8

    ዌል ሸኮሪናታት ብሩከ ሰምበት ይግበረልና ሰናይ ናይ ዕረፈቲ ግዜ ይኩነልና

  • @Golasoooooo
    @Golasoooooo 5 ปีที่แล้ว +2

    Big love for you guys and always funny😂

  • @meazazerabrukminas1339
    @meazazerabrukminas1339 5 ปีที่แล้ว +3

    Enda zerebruk ayney bsdrakum traffic tetkone adi hadega aymegatemn. Like habuley.

  • @eredettube9062
    @eredettube9062 5 ปีที่แล้ว

    ሰላም የእግዚዓብሔር ልጆች ለሓገራችን ሰላም ፍቅር አንድነትን ይላክልን አምላካችን እኔ ገና ዛሬ ነው ወደዚህ ቻናል የተቀላቀልኩት ትግረኛ አልችልም እና ትግረኛ ቕንቖ ከመውደዴ የተነሳ ነው ለመማር መጥቻለሁ አስተምሩኝ ከሁን ጀምሮ ይህን ኮሜዲ ልከታተል ነው እህት ወንድሞቼ በስደትም ሆነ በሃገር ቤት ያላቹ የአምላክ ቸርነት የቅድስት ድንግል ማርያም ምልጃ ረዴት በረከት አይለየን

  • @ibabastudiosfilm
    @ibabastudiosfilm 5 ปีที่แล้ว +11

    I love zeraberuk kkķkkkkkkkkkk

  • @ማኑኄሞዓ
    @ማኑኄሞዓ 5 ปีที่แล้ว

    ቤቲ ሓይላይ አርኽ ናይ ገሬ ሽኮር በጣም ነው ምወዳት አለባበሷ አረማመዷ 💚💛🧡

  • @habtegebru5601
    @habtegebru5601 5 ปีที่แล้ว +4

    ን ዘረኣብሩኽ ዝፍቱ like habuley eba

  • @zafuhabesha3678
    @zafuhabesha3678 5 ปีที่แล้ว

    ክክክክክክክ ካብ ቢራ ሰቲኹም ተሽክርክሩ ቢራ ዝፀዓነት መኪና ኣሽከርክሩ ኣያ ዘረኣብሩኽ ፅብቕቲ መልእኽቲ።

  • @ሜሪጋልትግርይ
    @ሜሪጋልትግርይ 5 ปีที่แล้ว +3

    ዎውውውውዎኡ 💋💋💋💋💛💛💙💓💓🇺🇦🇺🇦🇺🇦💓💓💓💙💛💋💋💋💋💋💋

  • @siyumabrha5042
    @siyumabrha5042 5 ปีที่แล้ว

    ብጣዕሚ ፅቡቕ ናይ ትራፊክ ድሕንነት ትምህርቲ ዝህብ ድራማ እዩ።

  • @ዑቅባይኪዳነ-ቸ4ቨ
    @ዑቅባይኪዳነ-ቸ4ቨ 5 ปีที่แล้ว +7

    *ኣነስ ሓንቲ ጋል ጎሬበትና ኣፍቂረ ነውሪ ኣለዎ ድዩ ገለ ባ በሉኒ*

  • @F-NG5
    @F-NG5 5 ปีที่แล้ว

    ጽቡቅ ስራሕ ቀጽልዎ
    ርሑስ ሓዱሽ ዓመት/ ዓመተ ሰላምን ራህዋን ቅሳነትን ይግበረልና ኣብ ስደት ዘለኩም ገጽ ትፈትውዎምን ትናፍቅዎምን የርእኩም😍