ዘገርም ምስክርነት ! ኩሉ ዝበሎ ይፍጸም ኣሎ ንቓሕ ህዝበይ !

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 28 มิ.ย. 2024

ความคิดเห็น • 44

  • @asmaittedros7156
    @asmaittedros7156 8 วันที่ผ่านมา +6

    ኣየ ይዔንትካ ክክፈትሲ ክንደይ ይትዕም እዚ ሓውናስ ኣምላኽ ገሊጽሉ ናይ ሃገርና ብልክዕ ተገሊጽሉ እዚ ቤተ-ክርስትያን ኣበርቲዓ ክትጽልይን ክትነቅሕን የድልያ ኣሎ እበር ኦርተዶክስ ድኣ ናይ ኣጋንንቲ መሕቢኢት ካብ ትከውን ነዊሕ ገይራ እያ ብፍላይ ኣብ ሃገርና ንህዝብና መንፈስ ቅዱስ ኣዕንቲ ልበነኦም ይክፈት ኣሜን ጎይታ የሱስ ይባርኩም ።

  • @zerayghirmay1460
    @zerayghirmay1460 9 วันที่ผ่านมา +9

    Mogye hawey bruk ስለቲ ኣብዚ ኣምጺእካ ተረዲኡካ ምቕራብካ እቲ ንኣብራሃም ዝባረኸ እግዛኣብሄር ኣምላኽና ይባርኽካ ።ወዮ ዳኣ ዝሰምዕ የለን እምበር እዚ ምስክርነት እዚ ቅድሚ ብዙሕ ዓመታት እዩ ተዘርጊሑ፡ ንዝርድኦ ንጹር'ዩ ሰባት ግን ጌገኦም ምእንቲ ክሽፍኑ ፡ ብዙሓት ኣመንቲ ሳዓብቲ ክርስቶስ ኢና ዝብሉ ነዚ ምስክርነት'ዚ ክቃወምዎን ከካፍእዎን እየ ዝርእይ፡ ገሊኦም ከኣ'ሞ ክሰምዕዎ ውን ግዜ የብሎምን፡ ሓቀኛ ምስክርነት ንብሳት ይሃንጽ ይብል መጽሓፍ ቅዱስ፡ እዚ ዝብል ዘለኹ ደጊመ ደጋጊመ ሰሚዐ ዘይጸገብክዎ ምስክርነት እዩ፡ ክሳብ ሂጂ እየ ከኣ እየ ዝሰምዖ።

    • @danielgebremichael3068
      @danielgebremichael3068 4 วันที่ผ่านมา

      Selam Bruk abey yrekben kulen miraf

    • @zerayghirmay1460
      @zerayghirmay1460 3 วันที่ผ่านมา

      th-cam.com/video/tlME96gA_A8/w-d-xo.htmlsi=nimO-k_s1e2MmZav

    • @futsumtesfamariam5896
      @futsumtesfamariam5896 3 วันที่ผ่านมา

      ስጋብ ሎሚ ኣብ ሓሶት ኣሎካ ፡ናይ ሓሶት ልቢ ወለድ ኢዩ ሙሉእ ሓበርየታ ክህበካ ኢየ

    • @zerayghirmay1460
      @zerayghirmay1460 3 วันที่ผ่านมา

      Thank you sle tegedasinetka haberetaka gin niriesika zihawey bruk I love you in christ ❤

  • @hidatkibreab5037
    @hidatkibreab5037 2 วันที่ผ่านมา

    Amlak yebarika Mogos blessed

  • @henoktemelso4616
    @henoktemelso4616 19 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    God bless you Mogos hawey 🙏

  • @yeworkwuhatilahun1128
    @yeworkwuhatilahun1128 9 วันที่ผ่านมา +2

    ሞገስዬ ጌታ የኢየሱስ ክርስቶስ ያበርታክ የረገጥከውን ውርስ❤🎉❤🎉❤🎉

  • @maranathayesus2081
    @maranathayesus2081 8 วันที่ผ่านมา +1

    This is true prophecy lord Jesus have mercy on Eritrea 🇪🇷 God bless you moge

  • @tsegahizkias4114
    @tsegahizkias4114 7 วันที่ผ่านมา +1

    Egzabeher aboy yeker belelna bedlnaka ena Goyta. 😭😭😭.

  • @tsegeredakibreab9485
    @tsegeredakibreab9485 7 วันที่ผ่านมา +1

    እግዚኣብሄር ምሕረት ይግበር ንማሕበሩ ምስትውዓል ይሃብ ምድሪ ጻዕድያን ንዓጺድ ተዳልያን ከም ዘላን እና ርኤና ከም ዘይ ርኤና ኮይና ኣለና

  • @user-oo1lv8qc6m
    @user-oo1lv8qc6m 8 วันที่ผ่านมา +1

    God bless you.
    Jesus Christ is my Lord and savior. Amen. Hallelujah.

  • @fiorihaile7988
    @fiorihaile7988 8 วันที่ผ่านมา +1

    Mogie hawey thank you for sharing tebarekh zhawey

  • @daniel.m2808
    @daniel.m2808 4 วันที่ผ่านมา

    Thank you Migei for sharing. Keep up your boldness!

  • @betielaradom2166
    @betielaradom2166 5 วันที่ผ่านมา

    Glory to God bless you brother abundantly Jesus answered, “I am the way and the truth and the life. No one comes to the Father except through me. thank you for sharing bless you

  • @kishinemama7387
    @kishinemama7387 6 วันที่ผ่านมา

    Megos hawey goyta yesus ybarkka 🙏🏾💙🙏🏾💙🙏🏾💙

  • @rahbotkone7498
    @rahbotkone7498 7 วันที่ผ่านมา +1

    Mogos ezi naykedem eyou kulu kea tefesemu eyou hje goyta kebru keglis ab medrena ena nesebe zelna, neska gen btaemi kab menfesawenet dekimka nab sega Temliska alka so n beyneka miss goyta geze wesed please

  • @sarahaile6506
    @sarahaile6506 8 วันที่ผ่านมา +1

    Ehmmmm goytaya bi mihratka temtena bajaka goyta kabaka teflena entay xibuk rakibna eskas eka tihshena tiblexena bejaka temles goytaya 😭😭😭

  • @user-pz4gt2bb8k
    @user-pz4gt2bb8k 4 วันที่ผ่านมา

    Anta kemey zbeluka mhaym ika wedey Church History mmhar ydlyeka alo....

  • @adhanetmelake3256
    @adhanetmelake3256 9 วันที่ผ่านมา

    Nay. Bhaki. Mogos. hawey

  • @Syema
    @Syema 5 วันที่ผ่านมา +2

    Kab 2015 ksab hji Semia zeyxegba mskrnet nay woldeab Elias . Zegerm kulu zbelo tefexmu entrfo eta hanti abayn mstirawitn kinegra zeytefekdelu, nsa kea ktkewn tkiel ezi merahi nay Eritrea kileal kelo keykonet aytterfn eya emo , kulatna slehzbna eti dem kwuhud kinxli nay kulatna halafnet eyu .

    • @FjdjdjFjrjej
      @FjdjdjFjrjej 3 วันที่ผ่านมา

      Ato weldeab Elyas Ab Eritrea Alo zbehal haki dyu

    • @user-ux2xl1vx2e
      @user-ux2xl1vx2e วันที่ผ่านมา

      Please melue meskrenet abey yerekbo

    • @Syema
      @Syema วันที่ผ่านมา

      Ab TH-cam alo kulu mskrnet woldeab Elias elka trekbo eka

  • @teklesenbet4797
    @teklesenbet4797 5 วันที่ผ่านมา

    Do

  • @fif7797
    @fif7797 8 วันที่ผ่านมา

    ሞጌ ሐወይ 2 ክፈል'ከ❤

    • @MaranataTv
      @MaranataTv  8 วันที่ผ่านมา +1

      18 Kfal aloka ab youtube ምስክርነት ወልድኣብ ኢልያስ ኢልካ

  • @wainimichael481
    @wainimichael481 8 วันที่ผ่านมา +1

    አዚ ምስክሩ ቱኦም ዩ ግን ብዝይ መዝሙረ በጃካ

  • @futsumtesfamariam5896
    @futsumtesfamariam5896 4 วันที่ผ่านมา

    ሓሶት ስይጣን ስጋብ ሕጂ ይቅጽል ምህላዉ የሕዝን፡ሞጎስ ድማ ካብ ምድያ እለዮ በጃካ መስርሕቲ ሰይጣን ኣይትኩን

  • @user-xi1sx7st4s
    @user-xi1sx7st4s 4 วันที่ผ่านมา

    ኣብ ኤርትራ ገለ ፈላጣቲና በሃልቲ ንብዙሓት መእመናት ሰሚዖም ከይባረኹላ ይኽልክልዎም ኔሮም ፡ እቲ መእመን ክአ ዘይምርምር ምንባሩ የጉህየኒ ኔሩ።ይዝከረኒ ገሊኦም ብፍላይ ሙዚቃ ቤት ዝነበሮም እቲ ካሴት ኣኪቦም ክድምስስዎ ከለዉ ይዝከረኒ።

  • @TsgeredaMesgna
    @TsgeredaMesgna 7 วันที่ผ่านมา

    ካብ ኩሉ ክፍእ ንኤረትርያ እተምጽእዋ እዝን ዓመጻ ኣብ ዓለም ዝግበር ንዓና ጥርይ ዶዩ

    • @ereytesfaalewafithi46
      @ereytesfaalewafithi46 7 วันที่ผ่านมา +2

      ኣብ ኹሉ ክፍሊ ዓለማት እግዚኣብሄር ናቱ ሰባት ኣልውዎ, እቲ ሕቶ እዚ ትንቢት 1995 , ተፈጺሙ ዶ ኣይተፈጸመን እዩ?
      እወ ተፈጺሙ..... ይፍጸም ከኣ ኣሎ,
      እግዚኣብሄር ንኤርትራ ገጹ ይምለስ 🙌🏽

  • @tsegeredakibreab9485
    @tsegeredakibreab9485 7 วันที่ผ่านมา

    ሞጌ ኣምላኽ ይባርኽካ እዛ ምስክርነት ብዘይ መዝሙር እንተ ትኸውን ወይ ካኣ ኣትሕት ኣቢልካ ማዕረ ድምጹ ኮይኑ ተባረኽ

    • @user-xi1sx7st4s
      @user-xi1sx7st4s 4 วันที่ผ่านมา

      ናቱ ኣይኮነን ምስቲ ምስክርነት ዝተመለአ እዩ።

  • @user-uh2dt8kk8h
    @user-uh2dt8kk8h 8 วันที่ผ่านมา

    Sekitu gdefna 😂

  • @desbelezewde1815
    @desbelezewde1815 8 วันที่ผ่านมา +1

    Orthodox aqsisti temelesu hizbna ztefie zelo bsenkukum eyu temelesu nab goyta yesus

  • @shalomhiwet6564
    @shalomhiwet6564 8 วันที่ผ่านมา +1

    Your baby analysis.babish

  • @rahwabereket9207
    @rahwabereket9207 2 วันที่ผ่านมา

    ሞጎስ ሓውና ቦታኻ ምሰጠጣሕካ ስ ፓለቲከኛ ተቀይርካ ናይ መንፈሳዊ ጥራይ ማኣኸለካ ኔሩ

  • @temesgentekle3826
    @temesgentekle3826 8 วันที่ผ่านมา +1

    mogos gerimuni eko nay meas eyu

    • @sameytesfu6375
      @sameytesfu6375 8 วันที่ผ่านมา

      Nay 1997 nay weldeab tnbit eiu

    • @user-xw1yn4kk6s
      @user-xw1yn4kk6s 3 วันที่ผ่านมา

      ናይ ቀደም እዩ ሞገስ ሕጂ ንና አታዊ ናይ ዩቱብ ክረኽበሉ እዩ።

  • @FjdjdjFjrjej
    @FjdjdjFjrjej 3 วันที่ผ่านมา

    th-cam.com/video/tlME96gA_A8/w-d-xo.htmlsi=WJo0lPwRbdvQwdLR
    Abzi Atikum kab 1 kfal ksab 18 Alekom