ቅኑዕ ፍርዲ ንፍረድ ! ኣምላኽ ዘተስኦም ሰባት ነኽብር ! ነብይ የማነ ሓቀኛ ነብይ እዩ ሼር

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 5 ต.ค. 2024

ความคิดเห็น • 81

  • @WediEndayGobez4222
    @WediEndayGobez4222 7 หลายเดือนก่อน +2

    I'm orthodox, brother your message was pure and clear alot respect for you.

  • @sabaharel3542
    @sabaharel3542 7 หลายเดือนก่อน +4

    You are very true brother. May God bless you. More grace

  • @henoketesfahun5024
    @henoketesfahun5024 7 หลายเดือนก่อน +1

    Thank you brother, I saw you for the first time I heard something the song, but you report is true, Thank you for you service to the lord.

  • @tsehayteweldebrhangede9205
    @tsehayteweldebrhangede9205 7 หลายเดือนก่อน +1

    amen

  • @RahwaBeyene-yq2eh
    @RahwaBeyene-yq2eh 7 หลายเดือนก่อน +1

    Prophet Yemane Nay Amlak seb xegau memelisu ybzhalka jigna nay Amlak seb Eyu
    መንፈሳዊ ዓለም ዘይተገለጸሉ ኣዒንቱ ዘይተኸፈተ ሰብ ነቲ ዝምህሮ ኸስተውዕሎ ኣይኽእልን ።ተባረኽ ሞጌ

  • @Godisgood-yd7xv
    @Godisgood-yd7xv 7 หลายเดือนก่อน

    May God bless you 🙏
    Your Tigraweyti sister

  • @tseheyneshfaniel9066
    @tseheyneshfaniel9066 7 หลายเดือนก่อน +4

    ተባረክ ነቢ የማን ነይ ኣምላክ ሰብ አዩ::

    • @mebrhatueyob9169
      @mebrhatueyob9169 7 หลายเดือนก่อน +1

      ኣምላኽ ንጥፍኣት ኣይምነን እዩ ኤርትራ ክትጠፍእ ኢያ ዝበለ እዩ። ክትውረር ኢያ ኤርትራ ዝበለ ቡዳ ሰብ

  • @teskidane8464
    @teskidane8464 7 หลายเดือนก่อน +8

    ሞጎስ ሃዲእካ ዘይትዓርፍ! በዚ ኩሉ ሰሙን ሙሉእ ዝገበርካዮ ነኣነይቲ ነፍሲ ሃኒጽካ ወይ ኣድሕንካ? ኣብ ጥቅሚ ኣልቦ ደጋፍን ተቃዋምን ኣይትኩን::

  • @fevenasgodom4425
    @fevenasgodom4425 7 หลายเดือนก่อน

    Prophet Of God...prophet yemane....geta hoy ke kebak indezy kebagnnnn....getahoy tsegaka abizihelu..

  • @welduteklzgi5382
    @welduteklzgi5382 7 หลายเดือนก่อน

    Haki Haki Tebarek

  • @haregutseggai4916
    @haregutseggai4916 7 หลายเดือนก่อน +1

    Mogos brother ajoka Amlake mesana eyu Aytegedeselom ❤ Love your Enemi ❤

  • @tsehayteweldebrhangede9205
    @tsehayteweldebrhangede9205 7 หลายเดือนก่อน +2

    god bless you mogose heway True.

  • @fetsumkidanne9679
    @fetsumkidanne9679 7 หลายเดือนก่อน

    ቡሩኽ ኢኻ ብሃቂ😮

  • @a.b8120
    @a.b8120 7 หลายเดือนก่อน

    Jesus goita yebarikum tikekil eu yemane mikeniyatu dimise amilak kisemie kelo eu

  • @SenaitHabtu-q9k
    @SenaitHabtu-q9k 6 หลายเดือนก่อน

    nateka zeytegber

  • @KirosHadish
    @KirosHadish 2 หลายเดือนก่อน

    ሐውና የማነ ሐቁ እዩ ነቭይ አፍ አምላክ ደአምበር ካብ ባዕሉ አይኮነን ዝዛረብ አቲ ዝበሎ አብግዚኡ ይፍፀም አግዚአብሔር ፅብቅ ኮነ ሕማቅ ካብኡ እዮ ሰለዚ ንሰብ ዝጥዕሞ አይገብርን

  • @FiliBrhane-pn9df
    @FiliBrhane-pn9df 7 หลายเดือนก่อน

    ብዝከውን ተዛሪብካ ምኮን ምስ ኣበየካ ሲ ንመን ከተጸግዖ ትደሊ ኣለካ

  • @tsehayteweldebrhangede9205
    @tsehayteweldebrhangede9205 7 หลายเดือนก่อน +4

    propht yemne nay goyta sebe yeu

  • @yonasabrha1223
    @yonasabrha1223 7 หลายเดือนก่อน

    ብመሰረቱ አግዚኣብሄር ንህዝቡ አዩ ዝንበ አምበር ብዝዕባ መንግስቲ ዓለም ኣይዛረብን አዩ። መንግስታት ክዕረቁ አዮም ወይ ክዋግ ኡ አዮም ኣይብልን አዩ ንህዝቡአንተዘይተነሲሕካ ሕሱም መንግስቲ ከተስእልካ አየ ኢሉ ክንበ ይኽ አል አዩ። ወይውን አንተተነሲኻ ጥዑይ መንግስቲ ከምጻልካ አየ ይብሎ ካብዚ ሓሊፉ ግን ብዝዕባ ነገስታት ምድሪ ክዛረብ ኣብ መጽእፍ ቅዱስ ኣይንረኽቦን ካብ ናትካ ሰናይ ድሌት ተበጊስካ ክትንበ ትኽ አል አዩ አግዚኣብሀር ኢሉኒ ኢልካ ግን ስም አግዛቢሀር ተን ኣአስ ዘሎኻ ጥራይ ዘይኮነ ዘይፍጸም ተዛሪብካ ሰባት ትሃሲ ኣሎኻ። ሓደ ነገር ግን ሩጉጽ ኣሎ ኑጉስ ካብ ኣምላኽ አዩ ኣምላኽ ንዝደለዮ ዕላም የተሶኦ ግድን ኣይኮነአ ጥዑይ ንጉስ ከተስ ኣልካ። ኣምላኽ ኡኮ አንተደልዩ ኤርትራን ኢኦፕያን ብሓደ ኑጉስ ክምርሓ ክገብር ይኽ አል አዩ ወላ ኣፍሪቃ ምሉአ። ኣምላኽ ህዝብታት ዓለም ዝመርሓሉ መንገዲ ኣለዉ ንደቁ ድማ ብጸጋ ኑጉስና ክርስቶስ ይመርሖም ኣብ ምድሪ ክሳብ ዘአና ድማ በቲ ናይ ምድሪ ኑጉስ ሕግታት ክንግዛ አ ይግብ ኣና ኣንጻር ጎይታና መድሓኒና ዝኾነ ሕጊ አንተውጽ ኦም ጥራይ ኢና ዘይን አዘዞ። ኣመንቲ ኾይኖም ደጋፊ ን ተቃዋሚን ዝብሉ ይገርመኒ ብፍላ ዝቃወሙ ነቲ ኣምላኽ ዘቆሞ ስልጣን ናይታ ምድሪ ምቅዋም ከቢድ ሓጥያት አዩ ፍልጠትና ሪ ኡ ጸጉ ኡ ኣይምንጥለናን አዩ አምበር ምፈረደና ኔሩ ን ህዝብና ካብ ዚ ሽግር ኣናግፎ ኢልካ ክትጽሊ ጥራይ ዘሎካ አምበርን ኑጉስ ክንፈርድ ዓመጸኛታት ይገብረና።

  • @senaitokubaldet4897
    @senaitokubaldet4897 7 หลายเดือนก่อน +2

    Moge hawey nska jigna ika

  • @yesusgoytaeu4037
    @yesusgoytaeu4037 7 หลายเดือนก่อน

    Mogie hawey nska buruk eka qexlo bahafesh gn kzarebeka deliye zeleku wengiel nay Goyta amlak a yesus krstos abzhayo kale kbleka deliye zeleku ezia pastor yonas zbahal knsah alewo

  • @tsehayteweldebrhangede9205
    @tsehayteweldebrhangede9205 7 หลายเดือนก่อน +1

    god bless you yemane heway

    • @tsigeredahaile-i1m
      @tsigeredahaile-i1m 7 หลายเดือนก่อน

      ተሳዒሮም ዕጥቂ ፈቲሖም እምበር ባዕሎም ንሰላም ኣይጸውዑን። ህዝቢ ትግራይ ግን ንዕጥቂ ምፍታሕ ኣይተቀበሎን። እዛ ደብረጼን ክይተሓዝ ጽኑዓት ጋርዲ ግበርሉ ዝተባህለኸ እንታይ ይብሃል? ዕጥቂ ምፍታሕ ስዕረት እኮ እዩ። ንወራሪ ጋርድ ግበርሉ ምባል ጥብቅነት ፖለቲካ እዩ። ጥፍኣት ኤርትራ ምምናይከ ጽልኢ ድዩ ሕነ ምፍዳይ፧

  • @mtslalewmichael707
    @mtslalewmichael707 7 หลายเดือนก่อน

    Bejaka suk bel natka ygeded kabti naytom hasewti nebyat

  • @zaidtiquabo7584
    @zaidtiquabo7584 7 หลายเดือนก่อน

    Diemiei ü, yehwat. Paster yemane zibelo Likiei Eiyu / Eizi zibelo..nieteli Eilu.Texeli Kea. Teteliyu / teseru teweki, ü Temesgen eilina. Eizi tibit nay setan mesrih
    Teseru. Eizi sebiay Likiei Alo

  • @yohannesberaki4015
    @yohannesberaki4015 7 หลายเดือนก่อน +1

    ሰብ ትንቢት ክጋገ ይክእል እዩ ።ንትምህርቱ ኢና ንቃወም ዘለና ።

  • @zaidteklay67
    @zaidteklay67 7 หลายเดือนก่อน

    Tebarek

  • @AleneNguse-gq8jd
    @AleneNguse-gq8jd 7 หลายเดือนก่อน +1

    ዮናስ ቁሩብ ተዓገስ ኣምላክ procesd

  • @fisehahmariam6307
    @fisehahmariam6307 7 หลายเดือนก่อน +1

    Every video mention about Yemane, what's going on.

  • @selamselam8822
    @selamselam8822 7 หลายเดือนก่อน

    Moge tebarek niay keman aberabirkani

  • @selinateklesion9398
    @selinateklesion9398 7 หลายเดือนก่อน +1

    Bhaki

  • @tsigeredahaile-i1m
    @tsigeredahaile-i1m 7 หลายเดือนก่อน

    ተሳዒሮም ዕጥቂ ፈቲሖም እምበር ባዕሎም ንሰላም ኣይጸውዑን። ህዝቢ ትግራይ ግን ንዕጥቂ ምፍታሕ ኣይተቀበሎን። እዛ ደብረጼን ክይተሓዝ ጽኑዓት ጋርዲ ግበርሉ ዝተባህለኸ እንታይ ይብሃል? ዕጥቂ ምፍታሕ ስዕረት እኮ እዩ። ንወራሪ ጋርድ ግበርሉ ምባል ጥብቅነት ፖለቲካ እዩ። ጥፍኣት ኤርትራ ምምናይከ ጽልኢ ድዩ ሕነ ምፍዳይ፧

  • @hgmeskel6597
    @hgmeskel6597 7 หลายเดือนก่อน

    Egiziabher zeyikone Sheyitan eye zitiqemelu

  • @Russomfstokecoine
    @Russomfstokecoine 7 หลายเดือนก่อน

    እቶም ኣብቲ ቁዱስ መጽሓፍ ዘለው ናይ መላእኽቲ ሰእሊ ብጸሊም ነይሩ ስለምንታይ ካብቲ ጸሊም ሕብሪ ናብ ፤ ህብሪ ዊ ሰእሊ ቀይሮም
    እንታይ ፉሉይ ስለ ዘለካ ደኣ እስኻ ንነብስካዚ ፉሉይ ሰብ ግምታውን ሳይኮሎጂካዊ ግምት ከም ምስ እዝጊሄር ር ኽብ ዘለካን ተገምጢልካ ካብቲ ዘይነቢ ነቢ ኮንካ ምቅራብ ነቶም ቡዙሓት ሰብ ጽቡቅ ትምኒት መዝሚዝካ ከም መማእረሪ እንጀራ ዝግበርን ነቶም ስሉባት ኣንስትን ሰቡኡት ካብጁባኦም መንጢልካ ዳይመንድን ዝኸበረ መኪናን ገዛን ብዋርድያ ከይሰራሕኻ ከይሃጽካን ሽፍትነት እዩ እዞም መንግስተ ሰማያት መጺያ እያ እሞ ሃብትኹም ኣረኩቡ ኢሎ ናብ ኢትዮጵያ ከድኩም ን ዓለም ተፋነውዋ ኢሎም ስድራቤትን ቆሉዑት ፈሕፋሕ ዝበልዎም ካብ ናትካ ብምንታይ ይፍለ እቲ ዘገርም ናጀርይ ናይ ፐትሮ ደላር ምስረኸበት መራብውያን ደሞኽራስን ግብረ-ሰዶም ኣተኣታትዉ ኢሎም ነታ ዓዲ ኣብዚ ሕጂ ሓዲሽ ኮይኑ ዝይተፈተነ ዝይተባላሸውን ሃብቱ ዝይተመንጠለን ሓዳሩ ፋፋሕ ዝብለ መንግስተ ኣምላክ መጽያ እናበልኩም እቲ ትማሊ መጽሓፍ ቁዱስ ዝጸሓፉ እቶም ኣብቲ ቁዱስ መጽሓፍ ዘለው ናይ መላእኽቲ ሰእሊ ብጸሊም ነይሩ ስለምንታይ ካብቲ ጸሊም ሕብሪ ናብ ህብሪ ዊ ሰእሊ ቀይሮም ነቲ ናይ መጀመርታ ጸሓፍቲ ንሓንቲ ዓዲስ ሽማ ዘይነበረ ኣብቲ ናይ መጀመርታ መጽሓፍ ቕዱስ እቲ ንጉስ ናይታ ህገር ኣነ ካብ ነገደ ኣይሁድ እየ ሽም ናይዛ ህገር ክሳብ ኑጉስ ሰሎሙን መውስቦን ንግድን ምስክርነት እዩ ኣብ ኣፍሪቃ ድማ ወኪል ክርስትያን ከም መካ (ሳውዲ ኣረብ) መበገሲት ዓረብ እስኹም ኤውሮጳያ ኣሜርካ ዋሕስና ኩኑ ዝብሉ ጠንቆልቲ ካባካትኩም ቃላት ኣላጊብካ ፖለቲካል ሳይንስ መርጥፊ ዓለም ዘበን ዘምጾ ፋሽን ዝኮነሉ ዓለም ተማኪርካ መስክረሉ ነቲ ደፋር ነቢ ኢሉ ር እሱ ሓፍ ኣቢሉ ዝጽወዕ ካብ ካድር ደርጊ መኣስ ኢኻ ጸሪኻ እቲ ጽብቅ ስነ ምግባር ረኣየለይ ዝየድልዮ ኩሉ ሂወታዊ ንሕድሕዱ ኩጋዳእ ስለ ዘየፍቅድ ወዲ ሰብ ቀደም ነዚ ቁዱስ መጽሓፍ ኽጽሕፉ በላሕትን ሰባኣውነት ንኹሉ ሂወታውያን መድሕን ልጋም ክኾኖ እዚ ዝጸሓፉ መላኣኽ ኣይ ይኩኑ ኣርሒቆም ወዲ ሰብ ሕጋዊ መንፈሳዊ ልጋም ጺሒፎም ዝሓለፉ እቲ ኣብቫቲካንን ኣብ ጥንታውያን ኤውሮጳን ገዳማትን ደብርታት እነሆ ሎሚ ወጽዩ ኩፏኣት 6666 ሱስዓት ሓዲሽ ሃይማኖት 100% መክሰባዊ ናይ መግዛእቲ መገዲ ጸራጊ ኮይኑ ሕዝብን ሃገራትን ጥንታዊ ሃይማኖቱ ወሲዶም ናይ ክርስትያን ሽም ተዋሂብዎ ወራር ገይሮሞ ጰንጠ ዝይተቀበለ ሃገር መሰል ሃይማኖትን ደሞክራሲ ሰብ ኣዊ መስል ኣይተፍቅድን ተባሂለን በዚን ናይ ሳንቲም ምድያ ኪናትን ድክነትን እገዳን ወግ ዓዊ ኮይኑ ንሕና ብዲሞክራሲ ብሰባኣዊ መሰል ሃይማኖት ንበል ንገንዘብና ምኸዕባት እምበር ንሕና ከበር እምነት ሃይማኖት ኣይግድሰናን እናበለኒ ከምዚ ከማኩም ተማሂርካ 1/4 ሚልዮን ገንዘብ ንምግባር ቡሩኹ ወይ ካቡኡ ንላዕሊ ጥራይ ይክን እምበር 6ተ ዓመት ት/ህርቲ ብጹእ እዩ ብስም ሓይማኖት ምልማን ሞት እዩ ኣይህብን እዩ እዚ ሃገር

  • @Mordecaighebregziabher7517
    @Mordecaighebregziabher7517 7 หลายเดือนก่อน

    2፥ተራፊም ከንቱነትን ተናግረዋልና፡ምዋርተኞች ውሸትን ኣይተዋልና፡ህልምንም የሚያዩ በሓሰት ተናግረዋል፡በከንቱም ያጽናናሉ፡ስለዚህ ህዝቡ እንደ በጎች ተቅበዘበዙ፡እረኛ በማጣትም ተጨነቁ፡
    3፥ቁጣየ በእረኞች ላይ ነዶኣል፡መሪዎችንም እቀጣለሁ፡እግዘኣብሀር ጸባኦት ለመንጋው ለይሁዳ(ለኤርትራ ህዝብ)ይጠነቀቃልና፡በጦርነትም ግዜ እንደ ክብሩ ፈረስ ያደርጋቸዋል።

  • @temesgenissac2131
    @temesgenissac2131 7 หลายเดือนก่อน

    ሞጌ ብሩኽ ነዚ ሚዛኑ ዚሓለወ ርእይቶኻ ወይ ሓሳብካ ምግላጽ ንባዕሉ ካብ ጽንጽያ ደለይቲ ሓኸለ ዚደልዩ መሊኡሎ። እዚ ዚሕብረና መናፍስቲ ምልላይ ብመንፈስ ምኻኑ ዘንጊዖም ምህላዎምዩ። ንስኻ ግና "ጀነራላይዝ' አይትግበሮ ንኹሉ ኤርትራዊ አብ ሓደ ስጉርፎ አይንወትፎ ።

  • @elsagebrezghi1724
    @elsagebrezghi1724 7 หลายเดือนก่อน

    ፕሮፌት የማነ ብሐቂ ናይ እግዚአብሔር ሰብ

  • @WediMaitekela
    @WediMaitekela 7 หลายเดือนก่อน

    Ezi nebi hakechna eyu........

  • @GAGHI-7
    @GAGHI-7 7 หลายเดือนก่อน +1

    Anta hawey megos wae entay tkewn aleka, kulu seb adenxiwo , kem kedemka suk elka wengel aytsebkn, suk elka mezmurka aytzmrn, ,nbzuhat nbereket konka nerka, loms Ahzab keman teazibomukum eza emnet afkuskumo abyet abyet egziabher aboy ykre belelna offfff bshm eyesus

    • @haregutseggai4916
      @haregutseggai4916 7 หลายเดือนก่อน +1

      Elelelelel nehagrna Amlake Zetenso nay Amlake Seb Prophet Yemane fetina Amen yeqenyelana kebri nAmlak hallelujah bebel

  • @edenkidane1625
    @edenkidane1625 7 หลายเดือนก่อน

    ትንቢት ሰብ ክመዉት ዝትንበ ሃገሩ ክትዉረር አረአናን ግን ትጽልይ እንበር። ሃገሩ ክትዉረር እዚ ሐሳዊ እዩ ሞጎስ ከአ ከምኡ ዕላጅ ሰብ አተሕርሩ😂

  • @TsgeredaMesgna
    @TsgeredaMesgna 7 หลายเดือนก่อน

    ህጆውን ንትግራይ ስላም ያብላ ንመንግስታ እዯም ጽብቅ ዘለክም እንበር

  • @eyobgezai243
    @eyobgezai243 7 หลายเดือนก่อน

    Kid kezab kemia ata kolia yelen kulkum hasewti

  • @ኡራዓዶም
    @ኡራዓዶም 7 หลายเดือนก่อน +1

    ሰላም አብ ዘይብሉ ሰላም ክኸውን እዩ ኢልካ ምንባይ ንህዝቢ አምላኽ ስለ ሰላም ንኸይ ጽልይ ምዝንጋዕ ስለ ዝኾነ ካብ አምላኽ አይኮነን።
    ሕሰብ ልዕሊ 2 ሚልዮን ሰብ እዩ ጠፉኡ ገና ኽአ ናይ ውግእ ድምጺ እዩ ዘሎ።
    ጠበቃ ናይ ሐደ ምቑሉልን ትሑትን መደናገሪ ካብ ሙዃን ንህዝቢ አምላኽ ንጸሎት እንተተነቓቖሕ አምላኽ ብአኻ ባህ ምስ በሎ ነይሩ።

  • @tsehayteweldebrhangede9205
    @tsehayteweldebrhangede9205 7 หลายเดือนก่อน

    ellllllllle llllll ellllllll

  • @AleneNguse-gq8jd
    @AleneNguse-gq8jd 7 หลายเดือนก่อน +1

    ዮማስ ተዓገስ ገና ዘይበጽእካዮ ከምዘሎ ፍለጥ ክፋእ ንዮው በሎ የማነ ዝበጽሖ ምስበጻሕካ ምሕታት ይሕሽካ

  • @TsgeredaMesgna
    @TsgeredaMesgna 7 หลายเดือนก่อน

    ሕጅውን ጠንቃላይ እዯ

  • @mikael3245
    @mikael3245 7 หลายเดือนก่อน

    መጎስ ብዛዕባ የማነ አነ ውን ናይ አምላኽ ሰብዩ ኢለ ይአምንየ፣ ግን ሕቶ ዝኾነኒ ግን አሎ፣ ማለተይ ብፍላይ ናይ ትግራይ ብፍላይ ንደብረጼን ካይቀትልዎ ሓለውቲ ግበሩሉ ገለ ዝብልከ ከመይ ትርእዮ?

    • @mihret-hh7ny
      @mihret-hh7ny 6 หลายเดือนก่อน

      ዘይተአዘዞ አይተዛረበን አለ ይአምን ብወገነይ

  • @RutaWeldeyohannes
    @RutaWeldeyohannes 7 หลายเดือนก่อน +2

    ጌጋ ክንደይ ጌጋ ተዛሪብካ ኢካ ኣቢይ ንኢሰያስ ከህምቖ እዩ ኢልካ ንዓዱ ዘየድሓነ ንኤርትራ መጽዩ ክስዕሮ ዓዱ የድሕን መጀመርታ ኣቢይ መንፈስ ኣምላኽ ኣብ ልዕልዩ እዩ ኢልካ ባቃ ዘይከውን ናይዚ ትምቢት ኣይቅበሎን እየ ዘይከውን

  • @eyobgezai243
    @eyobgezai243 7 หลายเดือนก่อน

    Kid hasawi

    • @hermonKidane-gk1ti
      @hermonKidane-gk1ti 2 หลายเดือนก่อน

      Amlak yibarika profite yeman miqibal malet amlak ziredio seb eu profit yemane really nay amlak seb eu christ yehiwatu zeyiteqebelow nprofit ayikiqibeliwon eyom

  • @maranatamaranata7066
    @maranatamaranata7066 7 หลายเดือนก่อน

    Not accepting prophets is not happening at this time, it was from long time since Jesus was died. So not surprised you Christians who believe in our prophets, but we have to be identified truth and false in God's wisdoms. Thanks mogos.

  • @mihretmihretab7765
    @mihretmihretab7765 7 หลายเดือนก่อน

    Ewe tenikal hsawi binte kulukum hsawit nibiska ms nugs dawit riakayi niska kemni tenikali

  • @mtslalewmichael707
    @mtslalewmichael707 7 หลายเดือนก่อน

    Kendi nay eritra xelai pente ikum mkniyatu teasirna ilkum nimerahti eritra ktxerfu kitregmu tewelu Maserati abwengel kemzalo sdet kemzelo itamnun ikum
    Medalewi amlak yelen netom lhzbina zexnetu ktmerku ktxlyu tihadru genzeb thgzu abalem zeytegebere 90 000 hzbna nbretu zerifom dsegogu

  • @yonasabrha1223
    @yonasabrha1223 7 หลายเดือนก่อน

    ድሕሪ ኩናት ዕርቂ ክኸውን ኣነ ከም ትንቢት ኣይወስዶን አየ። ኖርማል አዩ ድሕሪ ኩናት ስዓሪ አንተዘየል ብዕርቂ ክውዳ አ ክትግምቶ ቀሊል አዩ ምዓልቲ ክነግር ኔርዎ ቅሩብ ናይ ነገር ግዜ ክጠቀስ ኔርዎ ኩሎም ነብያት ግዜ ይነግሩ አዮም ክንበዩ ከለዉ

  • @debrezionbeyene8044
    @debrezionbeyene8044 7 หลายเดือนก่อน

    ንስካ ዘትፈልጦ ኣትዛረብ እዚይ ቅድሚህጂ ኣብ ኣርትራ ሃሶት ትንቢት ዝተዛረቦ ናይ ጥፋኣት ኣነ ነግረዮ በት ኣምላክ ዝበለኒ።እዚ ሃሳዊ ነብይ እዩ ተራ ኣማኒ እዩ ምሳሌ ንስካ ኣብ ኣድካ ኮሎካ መጺጽ ጨቆምጠ ፍረ ኣም ዝበልካዮ የማነ ከማኡ እዩ።ንስካ ካብዝ ውጻእ የማነ ብዋሽጡ ክልተ ሃሳብ እዩ ደለዎ
    ።1/ኣፍቃርይ ናይ ኣርትራ ዘየፍቅሩ ንካልእ መንግስት ንሃገሮ የህሊፎም ዝህቡ ደጋፍይ እዩ።2/ናይ ገንዘብ ሰብ እዩ ናይ ኣለም መንፈስ ደለዎ እዩ
    ።እዝ ኩሉ ኣምላክ ዝበሎ እዮ ።

  • @maranatamaranata7066
    @maranatamaranata7066 7 หลายเดือนก่อน +1

    How about know, pastors yonas did you believe his massage. The Peace is done and still blaming him . Please apologize what you said .

    • @ኡራዓዶም
      @ኡራዓዶም 7 หลายเดือนก่อน

      Where is the peace Ethiopia is still in CHAOS.

    • @maranatamaranata7066
      @maranatamaranata7066 7 หลายเดือนก่อน

      @@ኡራዓዶም brother they already signed for Peace in pritorea .that was the message. Not their situation. It's not a problem not accepting the prophet , but as a Christians we don't have to deny the truth.

    • @maranatamaranata7066
      @maranatamaranata7066 7 หลายเดือนก่อน

      @@ኡራዓዶም the peace is already signed in pritorea. Their situation is another problem. So the message was approved.

  • @Mordecaighebregziabher7517
    @Mordecaighebregziabher7517 7 หลายเดือนก่อน

    እኔ ምክያስ ኤርትራዊ ነኝ።
    የእግዚኣብሀር ሰራዊት፡የኣክኣብ ሰራዊት 400 ነብያት ኣይደለሁም።ስለዚህ ማንም ሟርተኛ የበልኣም ልጅ ተነስቶ
    1ለኤርትራ መንግስት
    2ለኤርትራ ህዝብ
    3ለኤርትራ ሰራዊት
    4 ለኤርትራ ምድር የሟርት ቃል፡የመርገም ቃል እንዲያወጣ ኣልፈቅድም።እኔ ለኤርትራ መንግስት፡ህዝብ፡ ሰራዊት፡ምድር፡ሙሴ ነኝ፡ኣንተ ሟርተኛ የበልኣም ልጅ፡ምንም ኣታመጣም፡
    ለምን ካልክ
    እግዚኣብሀር ወዶናል፡እርግማናቹሁን፡ወደ በረከት ቀይሮልናል።
    ተ ፈ ጸ መ

  • @TsgeredaMesgna
    @TsgeredaMesgna 7 หลายเดือนก่อน

    እዚ ሐሳዊ ንብያት ሕጂንውን ሐሳዊ እዮ ዝጦዓሟ እዩ ዝንበ ኣንጻር መንግስታ ኤረትራያ እዮ ጽልኡ

  • @mebrhatueyob9169
    @mebrhatueyob9169 7 หลายเดือนก่อน

    ክክክክክ ምስ መራሓቲ ትራኸብ እሞ ክንዕረቅ ኢና ምበልኻ ከም ትንቢት ጌርካ ተምጽኦ እሞ ኤርትራ ክትጠፍእያ ኢልና ደጉተር ኣቢ ኻኣ ባሕባሕሪ ኢሉ ሰለዚ ነዚ እዝቢ ግደፍዎ ጥንቆላ እዩ ምስ ደጉተር ኣቢ ትራኽ ከም ዘኢ ቡ ተባሃሉ ይኣይ ከም ተተንባይ ኮይኑ ይቀርብ ክክክ ጉድ ኢዩ እኮ ሎሚ ዘበን እም ፖስተራት ኩሎም ንኣቢ ኣሕመድ ዝኽተልዎ እዮም ፈቲኹም ጸሊኢኹም ንሱ ኢዩ መልእኽቲ ዝህቦም ንመራሓቲ ንኤርትራ ሞት ይምነየሎም ንባዓል ደብሬጼን ካኣ ይመቱ ንጸልየሎም ወይ ንምንታይ ከመይ ኢሉ እዩ ነቲ ሓደ ሞት ሓላል ነቲ ነውሪ ዝኾነ ንኹሎም ንጸልየሎም ዘይበለ ዝተጋጋየ ክእረምን ክዕረቁን ዘይምነ ኤርትራ ምስ ኢትዮጵያ ኮይና ሓንቲ ሓያል ሃገር ክትወራ ኢያ ዝብል ሰጣናዊ ሓሳብ ዝዛረብ እዩ እኮ እዚ ሩኹስ ፖስተር

  • @hgmeskel6597
    @hgmeskel6597 7 หลายเดือนก่อน

    Hasawi nebiy behale nay Weyane liuk tsre Eritrea kab sheyutan eyu

  • @ኡራዓዶም
    @ኡራዓዶም 7 หลายเดือนก่อน

    እዚ ንልዕሊ 2 ሚልዮን ዝኾኑ ነፍሳት ድሕሪ ምቕዛፉ ገና ኽአ አብ ካልእ ናይ ኩናት ምትፍናን ዘለው ስርዓታት ሰላም ክገብሩ ድአ ክንጽልይ አሎና እምበር።
    ንዝተጋገየ አብ ጌግኡ ክጸንዕ ምድጋፍካ አይግድን።

  • @visionhomeschoolingfamily
    @visionhomeschoolingfamily 7 หลายเดือนก่อน

    ሞጎስ ወንገል ዘይትሰብክ ከም ወዲ መዝሙር የሱስ ፡ዶስ ወዲ መዝሙር የማነ ኢካ ክትከውን ደሊካ ፡ብኣቓራጭ ምህፍታም ዲካ ደሊካ እንታይ ትኸውን ኣሎካ፡ ደው ኢልካ ሕሰብ

  • @Mordecaighebregziabher7517
    @Mordecaighebregziabher7517 7 หลายเดือนก่อน

    ማሕበር ብርጊድ ተጋሩ
    በዓል ኣደይ ኢታይ ፌቴን
    ሓንቲ ኢታይ ክትቅድስ ከላ ዝበለቶ
    ብኣማን ብሩኽ ክትብል ሲ(ብኣማን ብኹር)በለት ይበሃል።

  • @abrhamokubit4988
    @abrhamokubit4988 7 หลายเดือนก่อน +1

    ንስኻውን ሓሳዊ ኢኻ የሕዋተይ ኣይትብለና ንስኻ ሎሚ ኢኻ ትፎልጦ ንሕና ግን ጆስዋ ኢዩ ኣም ላኽ ዝብል ስብ ቁኑዕ ኢዮ ክትብል ንስኻውን ድጋፊ ሓስውቲ ነብያት ኢኺ

  • @ezratedla7225
    @ezratedla7225 7 หลายเดือนก่อน

    ሰላም ሓወይ ስለምንታይ አኻ ጠበቃ ናይ የማነ ኬንካ ነብይ የማነ ብዝዓባ ደብረጸን መራሒ ትግራይ ካይመውት ንጸልዩሉ ከምዝበለን ስለምንታይ ዳኣ ንማራሕቲ ኤርትራ ግን ኣይበለን ኡካዳኣ ንብረዘንቲ አሰያስ ክጥፍኣዩ ዝብል ነብይ አካዩ ስለምንታይ ድኣ ንብረዘንቲ አሰያስ ንጸልዮሉ ዘይብል አግዛብሄር ንኽሎም ኣብንስሓ ኩመጽኡ አምበር ክጠፍኡ ከምዘይደሊ መጽሓፍ ቁዱስ አነግረና

    • @mihret-hh7ny
      @mihret-hh7ny 6 หลายเดือนก่อน

      መንፈስ ቅዱስ ዝበሎ ጥራይ እዩ ከመሐላልፍ ዝኽእል

  • @FlyingYemaneMonkey
    @FlyingYemaneMonkey 7 หลายเดือนก่อน

    እዛ ናይ ጲንጠ ትንቢት ግን አብ ኢርትራን ኢትዮጵያን ጥራይ ድያ ትሰርሕ ኢዚ ኩሉ ውግእ አብ ዩኩረይን አፍጋንስታና ዒራቅ ሶርያ የመን ሱዳን ሰሜን ኮርያ ከ ዳኣ ሞጎስ ሓወይ ሓይሊ ፈጣሪ አብ ኩሉ ዝይኮነን ዘሎ እዚ ትነብዪ ትብሎ ስብ ከ ንውስን ቦታ ጥራይ አነብይዎ ።በጃኹም ደው ኢልካ ሕሰብ እዚ ዘመን why when where who what ዝብሉ ውርቃውያን ሕቶ ዘመንዩ ያኣክል ።ኩሉ ሰብ ፈጣሪ ማዓረ አእምሪ ዩ ሂብዎ ኩሉ ጉዑዘና ብፍቃድ ፈጣሪ ዩ ።አነ ግን ናዓና ከምዚ ከማኻን ጲንጠ ትብል ውድብ መስርትኩም ካብ ቤተሰብኩም አዝማድኩም መታዓቢትኩም ነቶም አብታ ማሓበርኩም ትፍቅሩ ትገርሙ ሰባት ኢኹም ።ኢዮሱስ ግን ንኹሉ አፍቅሩ እዮ ዘበለና ።እዛ ጲንጠን ግን ናይ ብዚነስ ድያ ንገሊኦም ምንጪ እቶቶም እያ ንገሊኦም ግን ኩላ እያ ።

  • @johnkjj2189
    @johnkjj2189 7 หลายเดือนก่อน

    ናይ church prosses ክገብረልካ ደሊኻ።

    • @MaranataTv
      @MaranataTv  7 หลายเดือนก่อน +1

      Usa እንዴ ዘለኹ ክክክ

  • @tirhashabrham2943
    @tirhashabrham2943 7 หลายเดือนก่อน

    ሞጌ ተባረኽ እንተ ሰምዑ ኸኣ ተነስሑ በሎም ፓስተር ዮናስ ከባቢኡ ሪኡ ኣብታህዋኽ ኣብ ባይታ ዘየሎ ትነቢኻ ተጋጊኻ ይብሎ ኔሩ ነቢ የማነ ከኣ ከባቢየይ ሪኤ ዘይኮነ ኣምላኽ ዝበለኒ እየ ዝዛረብ ክብሎ ንርኢ ጎይታ ዝበሎ ከኣ ተፈጺሙ ስለዚ እቶም ንእግዚኣብሄር ተጋጊኻ ዝበልዎ ኣብ ሚድያ ወጺኦም ከምኡ ኣብቅድሚ ህዝቢ ወጺኦም ይቕረታ ክሓቱ ይግብኦም። ተሃዊኾ ንነቢ የማነ ከምሓሰዊ ከጋልጽዎ ስለዝደለዩ ምጽባይ ስኢኖም ኣንጻር ኣምላኽ ምትሳእ ግን ንሰይጣን ኣይጠቐምን። ደመና የለን ንፋስ የለን ደረቅ ሸለቆ ውሃ ይሞላል ለእግዚኣብሄር የሚሳኖ የለም ኣንዳንድ ፓስተር ንኝ ባይ ግን ይሄ ኣያውቁም። ኣምካኽ ነቢት ኣቦታት ንነቢ የማነ ዝሃብካና ኣዚና ኢና ነመስግነካ ነቢ የማነ ከኣ እግዚኣብሄር መመሊሱ ጸጋኡ የብዝሓልካ ንኣና ክሕሸና።

    • @ኡራዓዶም
      @ኡራዓዶም 7 หลายเดือนก่อน

      አብ ኢትዮጵያ ገና ውግእን ወረ ውግእን እዩ ዘሎ። ስለ ሰላም እንተ ትጽልይ ምሐሸ።

  • @SenaitHabtu-q9k
    @SenaitHabtu-q9k 6 หลายเดือนก่อน

    nateka zeytegber

  • @SenaitHabtu-q9k
    @SenaitHabtu-q9k 6 หลายเดือนก่อน

    nateka zeytegber