ወርሒ 8 ተመርዕዩ ወርሒ 10 ሰበይቱ ዝፈትሐ ነቢይ ( ጉዱ ክቃላዕ 'ከሎ! ( ኣዳላዊ ሥልጣን ከሰተ

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 5 ต.ค. 2024

ความคิดเห็น • 495

  • @berekettes42
    @berekettes42 2 ปีที่แล้ว +57

    ናይ ብዓል መጎስ ኣዕሩኽ ኢዮም ፡ ፡ብናይ ሓሶት ትንቢት ዝተፈጸመ መርዓ ብናይ ሓሶት ትንቢት ትፈርስ። እግዚኣብሄር ኣምላኽ ካብዚ ኩሉ ስሕተት ይሓልወና።እዞም ክልተ ኣሕዋት ኣብዚ ኣዲስ ኣበባ [ጎፋ መብራት ሃይል] ሓንቲ ክሽነ ትመስል ገዛ ሒዞም ኢዮም ዘምልኹ። ሓደ ግዜ እግዚኣብሄር ኣብ ኤርትራ ገለ ነገር ክገብርዩ ዝብል ትንቢቱ ሰሚዐ ኔረ እንታዩ እቲ ነገር ኢሉ ዝሓትት ግን የለን። ይገርምዩ ናይዚኦም ነገር።

  • @LuwamHailetewelde
    @LuwamHailetewelde 11 วันที่ผ่านมา +1

    እግዝኣብሄር ዝኸበረን ዝተመስገነን ይኹን ,ስልጣን ሓወይ ኣምላኽ በረኸቱ የብዝሓልካ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ኣብ ሃይማኖትና የጽንዓና ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ሃይማኖት ንዘልኣለም ትንበር❤❤❤❤

  • @weldehiwetmeharinaizghi799
    @weldehiwetmeharinaizghi799 2 ปีที่แล้ว +10

    ስልጣን ጅግና! ስሚ መናፍቓን
    በሎም ጥራይ ነዞም ሰረቕቲ ነብሲ

  • @dnglmaryamweHashiwetei
    @dnglmaryamweHashiwetei 7 หลายเดือนก่อน +1

    እግዚአብሔር ኣምላክ ይሓግዝካ ሰልጣን ሓወይ ተጠንቀቁ ደቂ ተዋህዶ ካብ ኩሉ ነገር ኣምላክ ይሓሊየና ተዋሕዶ ንዘላኣለም ትንበር 🙏🙏🙏✝️💒❤❤❤❤❤❤

  • @asternegasi9064
    @asternegasi9064 2 ปีที่แล้ว +1

    Kal hiwet yesmiana xeguu yebzhalika ezgabiher hawey natey

  • @አፀደማርያም-መ7ቘ
    @አፀደማርያም-መ7ቘ 2 ปีที่แล้ว +62

    እግዚአብሔር ይመስገን እኳዕ ብሰላም መፃኻ ስልጣን ሓውና በእውነት ፀጋኡ የብዝሐልኻ እግዚአብሔር አመላኽ በዚ ዘመን ንመናፍቃን ትክክለኛ መልሲ እናሃብካዮም እዩ አጆኻ በርትዕ ክብረይ

    • @berekethidray5597
      @berekethidray5597 2 ปีที่แล้ว +3

      ኣሜን(3) ቃለ ሂወት የስምዓልና መምህር ሱልጣን ሓውና ኣጀኻ ከም ዘለኻዮ ቀጽሎ ብጣዕሚ ደስ ዘብል እግዚኣብሄር ኣምላኽ ጸግኡ የብሓልካ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ጸጋ ዲበ ጸጋ ይዓድልካ። እግዚኣብሄር ኣምላኽ ናይ ኣገልግሎት ዠመንካ ይባርኸልካ ኣሜን

    • @kifleghiorgiesjoseph884
      @kifleghiorgiesjoseph884 2 ปีที่แล้ว

      ሎሚ ንመናፍቃን ተኻቲዕካ፡ ትኽክለኛ መልሲ ብምሃብ ኣይኮነን ሕይወት ወንጌል በጃኻትኩም፡ ስብከተ ወንጌል መልኪዕ ቀዪሩ፡ ኣንታ ወዲ ጸረኦም ምስባኽ ዘይኮነ ወንጌል ስበኽ ንሕዝቢ፡ ንዝተገብረ መልሲ ምሃብ ኣይኮነን፡ ኣምላኽ ልክዕ መልሲ ስለዝሃብካዮም ኣብ መንግስተይ ስፍራ ኣለካዶ ይብሎ ይኸውን፡ እንትዒ፧፧?????
      [ 1ይ ጢሞቴዎስ 4 ] 7 ካብቲ *መንፈስ እግዚኣብሔር* ዘይብሉ፥ *ዕላል ኣረገውቲ ኣንስቲ ዚመስል ተረት*፥ ርሓቕ። ንርእስኻ ግና *ብመንፈሳዊ ሕይወት* ክትነብር ተላመድ።
      ነፍሲ ወከፍ ክርስትያን በዚ ሕይወትዚ ይመላለስ፡ ንሕወትና ድማ መንፈሳዊ ህይወት ነለማምዳ፡ ተራ ዕላል ኣረገውቲ ኣንስቲ ምስ ዝመስል ዕላል መናፍቃን ክንካታዕ ንውዕል።
      [ ጥበብ ኢያሱ ወዲ ሲራክ 28 ] 8 ካብ ክትዕ እንተ ርሒቕካ፥ ኃጢኣትካ ዝወሓደ ኪኸውን እዩ፥ ከመይ ንርሱን ቍጥዓ ዜለዓዕሎ ክትዕ እዩ።
      እዚ ቻነልካ ንስብከተ ወንጌልን ትምህርት ቤተ ክርስትያንን ንክኸውን መልክዑ ክቅይር ደስ እብለኒ።

    • @danielwiki6795
      @danielwiki6795 2 ปีที่แล้ว

      @@kifleghiorgiesjoseph884 bro mezimur natom mesimai xegem alewo do tegediska meliseley

    • @kifleghiorgiesjoseph884
      @kifleghiorgiesjoseph884 2 ปีที่แล้ว

      @@danielwiki6795 ክብረት ይሃበለይ ኃው ዳንኤል ኣነ እውን ክምለሰልካ ደስ እብለኒ! ግና ሓንቲ ሕቶ ክትምልሰለይ ይደሊ?
      *ካበይ ሃይማኖት ኢኻ?*
      ምኽንያቱ እዛ ሕቶ'ዚኣ ኣብ ነፍሲ ወከፍ ትምህርቲ ሃይማኖታት ዝወሃብ ግብረ መልሲ፡ ክፈላለ ስለዝኽእል? መልሰይ ከኣ ኣብቲ ኣነ ዝኣምነሉን ዝነብረሉን ርድኢት ሃይማኖተይ ተመርኲሰ ክምልሳ እየ ፍቃደኛ፡ ኣብ ናይ ካሊእ ሃይማኖታት ግን ክብሪ ካልኦት ሃይማኖታት ክትንክፍ ኣይደልን፡ ዝምልከቶ ኣካል ክምልሶ ከሎ እዩ ግቡእ።

  • @vcd5555
    @vcd5555 2 ปีที่แล้ว +20

    እግዚኣብሄር ይሓልኻ ካብ ኩፉእ ነገር
    ኣሜን 🤲🤲🤲

  • @ጋልሃጋረትግራይ
    @ጋልሃጋረትግራይ 2 ปีที่แล้ว +8

    አግዚአብሔር ኣምላክ ይመሰገን ክብር መምህርና ደም ቃል ህይወት የሰመዐልና✝️🤲❤

  • @mebitigraweyti
    @mebitigraweyti 2 ปีที่แล้ว +2

    Welcome ስልጣን ሓወይ እመብርሃን ጽላላ ተንብረልካ ብርከይ💕💕💕ዊይ ብስሩ ዝገርም ዘደምም እዩ ሰብና ምስኪን ጠፊኡ

  • @YordanosDebesay-o4d
    @YordanosDebesay-o4d 3 หลายเดือนก่อน

    ቃሊ ሂወት የስምዓና ሰሊጣን ሓወይ ኣምላክ ጽግኡ ይሃብካ ፈጣር

  • @aadddaddrg2016
    @aadddaddrg2016 2 ปีที่แล้ว +7

    ብሓቂ ቃል ህይወት የሰመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልካ እግዚኣብሔር ኣምላክ ክቡር ሓውና አሜን ኦ ኣምላክ ብመገድካ ምርሐና ኣብ እምነትና ኣፅነዐና አሜን 🤲🤲🤲

  • @dahab8993
    @dahab8993 2 ปีที่แล้ว +2

    Amein amein amein qal hiwet yesmeaelna kubur haweyyy nay agolglet aidmeka ybark egzabiher amlakna 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏

  • @Tefu-ms5pq
    @Tefu-ms5pq 2 ปีที่แล้ว +1

    ሰላም ስልጣን ሓወይ፡ኣምላኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ

  • @tesfamariam2155
    @tesfamariam2155 2 ปีที่แล้ว +3

    እግዚአብሔር ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃቢካ መምህር ስልጣን

  • @tdf8017
    @tdf8017 2 ปีที่แล้ว +6

    ኦ እግዚኣቢሄር ኣምላከይ ዓይነልቦናና ክፈተልና ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ሰልጣን ሓወይ 😥👏👏👏⛪️⛪️⛪️💒💒💒💒

  • @awettsegay7214
    @awettsegay7214 2 ปีที่แล้ว +8

    ሰልጠን ❤️❤️❤️❤️👍 ሓወይ ዋልታ ተዋሃዶና አካ ኣሜን ቃልሂወት የስምኣልና ኣምላኽ ምሳኻ ይኹነ

  • @yordiyordi5466
    @yordiyordi5466 ปีที่แล้ว

    Qal hiwet yesmalna sultan hawey edmen tenan yhabka xgu ybzhalka fetari

  • @segenatobrhan1406
    @segenatobrhan1406 2 ปีที่แล้ว +5

    ቓል ሂወት የስማዓልና ስልጣን ሓውና
    ነዞም መናፍቓን ይሕዋትና ካኣ ዓይነ ልቦነኦም ይኽፈተሎም

  • @ተመስገንኣምላክ-አ5ቐ
    @ተመስገንኣምላክ-አ5ቐ 2 ปีที่แล้ว +4

    ተመስገን ተመስገን ተመስገን ኦሪተዶክሰ ተዋህዶ ገይሩ ዝፈጠረኒ ኣምላክ

  • @selam801
    @selam801 2 ปีที่แล้ว +37

    እግዚአብሄር ይመሰገን እንኳን በሰላም መጣህ ውድ ንቁ የተዋህዶ መምህራችን በእውነት ጸጋውን ያብዛልህ
    መናፍቃን የሆናችሁ እህት ወንድሞች እግዚአብሄር ልቦና ይሰጣቸው ወደ ቤቱ ይመልሳቸው

    • @luchiatesfamariam5741
      @luchiatesfamariam5741 2 ปีที่แล้ว

      አንታ ሐወይ እንታይ ተርኡና አለኩም ክንዲ ቃል አምላክ ምንጋር አብ ሀተው መተው ተጸሚድኩም አምላክ ናብ የማን ዬምራህኩም

    • @selam801
      @selam801 2 ปีที่แล้ว +2

      @@luchiatesfamariam5741 እንታይ ርኢኻ ሃተው ቆጦው ክንብል ባእ ጸዊዕኻ ጽልኢ ድዩ ዝበሃል!!!!

  • @ተስገንአምላኬስለኩሉነገር
    @ተስገንአምላኬስለኩሉነገር 2 ปีที่แล้ว +2

    አሜን አሜን አሜን ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዓልና ክቡር ሓውና ስልጣን

  • @henokzemuykil7540
    @henokzemuykil7540 2 ปีที่แล้ว +2

    ክብሪ ይኹን ንስላሴ ይኽበር ይመስገን ኣምላኽ ሙሴ AMEN AMEN AMEN qale hiwet yesmalina

  • @samerahsamerah6871
    @samerahsamerah6871 2 ปีที่แล้ว +4

    እግዚኣብሔር ኣምላኽ ይመሰገን ሰልጣን ሓወይ::ቃልሂወት ያሰመዐልና::💘💜💜💓መሰትወዓሊ ልቦና ይሃቦም እግዚኣብሔር ኣምላኽ::

  • @ድንግልማርያምኣደይ-ሠ4ከ
    @ድንግልማርያምኣደይ-ሠ4ከ 2 ปีที่แล้ว +4

    ስልጣ ሓወይ ፀጉኡ ይብዘሐልካ ናይ ኣጉልግሎት ዘመንካ ይባረክ

  • @SB-en6ev
    @SB-en6ev 2 ปีที่แล้ว +7

    ቓለ ሂወይ የስማዓልና ኩቡር ሓዉና ::

  • @አኽሱምትግራይ
    @አኽሱምትግራይ 2 ปีที่แล้ว +2

    ቃል ሂወት የስመዐልና ስልጣን ሓወይ እግዚአብሔር ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ኣብ ዘለኻዮ እመብርሃን ፅላል ትኩንካ መምህረይ💚⛪️⛪️⛪️✝️✝️✝️💗💗💗

  • @ማርያምናትይ
    @ማርያምናትይ 2 ปีที่แล้ว +3

    እግዚአብሔር ኣምላኽ ይመስገን ቃል ህይወት ያስመዕልና እግዚአብሔር ኣምላኽ ፂጋኡ ያብዝሕልካ ሥልጣን ሓወይ አሜን👐💝💒

  • @ghadi1022
    @ghadi1022 2 ปีที่แล้ว +3

    ቃል ሂወት የስማዓልና መምህረይ ስልጣን ፀጉኡ የብዘሐልኩም እግዚአብሄር 💖💖💖

  • @MK-rg1og
    @MK-rg1og 2 ปีที่แล้ว +5

    አሜን(3) ልቢ ይሃበና ኣምላኽ

  • @XxxXxx-gm6gc
    @XxxXxx-gm6gc 2 ปีที่แล้ว +10

    እንኳዕ ብሰላም መፅኣካ ስልጣን ሓውና 🙏ካብዝኦም ይምሓረና ፈጣሪ 👐😥ኣብ ሃይማኖትና የፅነዐና ፈጣሪ

  • @mermoka1920
    @mermoka1920 2 ปีที่แล้ว +7

    ይገርማል ተዋህዶ ለዘላለም ትኑር

    • @mermoka1920
      @mermoka1920 2 ปีที่แล้ว

      ቃለ ሂወት

  • @ሊሊጋልትግራይ-ቐ1ጠ
    @ሊሊጋልትግራይ-ቐ1ጠ 2 ปีที่แล้ว +2

    Amen amen amen qale hiwet yesmeaelna kubur hawna

  • @SmyrhS
    @SmyrhS 7 หลายเดือนก่อน

    ቃል ህይወት የስማዕልና ክቡር ሓውና 🙏🙏🙏✝️🤲⛪🤲

  • @merhawizerezgi9011
    @merhawizerezgi9011 ปีที่แล้ว

    Behaki zehizen eyu egziabher amlak be mehirtu. Neakum dema xega ybzhalkum Behaki 🙏🙏🙏🙏🙏

  • @robeltekle8094
    @robeltekle8094 2 ปีที่แล้ว +2

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስማዓልና ህዝበ ክርስቲያን ነስተውል በጃኹም 🙏🙏🙏

  • @tg6336
    @tg6336 2 ปีที่แล้ว +24

    እግዚኣብሄር ይመስገን ስልጣነይ ማዓረይ ሰላምካ ብዝሕ ይበለለይይይ ኣሰይይይይ ቃል ህይወት የስመዐልና ክንደይ ይጥዕም እንካዕ ተዋህዶ ከንኩ ተመስገን ኣምላኬ✝️✝️✝️

    • @user.peniel
      @user.peniel 2 ปีที่แล้ว

      Tewahdo mukani zehbneki Des zbel'yu....qendi neger gn wlud amlak mukanki dea yehguseki.mknyatu eti andi maekel Christ sle zkone.and then eti zelekyo haymanot yehbneki...

  • @tesfamichaelsolomon138
    @tesfamichaelsolomon138 2 ปีที่แล้ว +2

    ቃለ ሂወት የስምዐልና ስልጣን ሓውና ኣጆካ በርትዕ ምሃረና ኣሜን

  • @eyobaaaaaa7336
    @eyobaaaaaa7336 2 ปีที่แล้ว +5

    ናይ ሕማመይ መጽዩ ቃለ ሂወት የስማዓልና ያላ ሃባ ነዳዲ ፈውሲ መናፍቃ ትብሃል ንስካ።

    • @djtes9045
      @djtes9045 2 ปีที่แล้ว +5

      ስርዓት ሓሉ ሓወይ እዚ ዓለማዊ ኣይኮነን ይቕሬታ ግን ❤

    • @wedigobezay8495
      @wedigobezay8495 2 ปีที่แล้ว +1

      ሓወይ ቃላትካ ኣዕሪ ኣብ Tiktok የለኻን እዚ መንፈሳዊ ትምህርቲ እዩ

    • @eyobaaaaaa7336
      @eyobaaaaaa7336 2 ปีที่แล้ว +1

      ያ ጀምዓ እንታይ ኮይንኩም ኢኩም እንታይ ሕማቅ ተዛሪበ ድየ ኣዝየ ስለ ዝፈትዎ ኢየ እኮ ዳሓን ዝክፍእ ተኮይኑ ካኣ ይቅሬታ።

    • @eyobaaaaaa7336
      @eyobaaaaaa7336 2 ปีที่แล้ว +1

      @@djtes9045 መርሓባ ጎነይ ጌጋ የብልካን ምክሪ እዩ ተቀቢለያ ኣለኩ።

    • @djtes9045
      @djtes9045 2 ปีที่แล้ว +3

      @@eyobaaaaaa7336 bhmak kemzeykonkako nfelt ena hawey gega wn eko yeblkan quanqua eka lewitka ember xbuk eka tezaribka gn kal amlak ksab zkone tetenkikna bsr-at kalatna bnxur kntkemelu eyu zgba-e nmaletye mkrey sle tekebelka ke-a thank you hawey ❤❤

  • @ጽዮነየቅድስቲአዴና
    @ጽዮነየቅድስቲአዴና 2 ปีที่แล้ว +3

    ቃለ ህይወት የስመዐልና ክቡር ሓውና ፀግኡ የብዘሐልካ እግዚአብሔር አምላክ

  • @SelamEyob-uk2wb
    @SelamEyob-uk2wb หลายเดือนก่อน

    ስልጣን በዞም ውሑዳት ዘረግቲ ጽሩይ ነታ ክርስቶስ ብደሙ ዘጥረያ ማሕበር ድኻም ሰባት እንዳኣልዓልካ ብዛዕባ ህይወትካ መርሚርካ ኣብ ቅድሚ ኣምላኽ ምንብርካኽ ይሕሸካ፡ እግዚኣብሄር ንቤቱ ዘጽርየሉ መንፈስ ኣለዎ።

  • @saramohammed4239
    @saramohammed4239 2 ปีที่แล้ว +1

    እግዚአብሔር አምላክ የመሰገን ክብር መምህርና ብሓቂ ቂል ህይወት የሰመዐልና 😘🤲😘🤲😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘

  • @ንኩሉግዜኣለዎ-ዘ4ቀ
    @ንኩሉግዜኣለዎ-ዘ4ቀ 2 ปีที่แล้ว +2

    በሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልካ ኩቡር መምህርና

  • @eiyorsalemhaylemaryam5038
    @eiyorsalemhaylemaryam5038 2 ปีที่แล้ว +3

    ኣታ ኣነስ ማርያም ገሚተ መጎስ ምኳኑ ብዝኾነ እግዚአብሔር ኣምላክ ኣብ ቅንዕቲ ሃይማኖትና የፅነዐና ኣብ ትሕቲ ኣምላኽ ስልጣን ሓወይ ብዕድመ ብጥዒና ይሓልውካ ፈጣሪ⛪❤🙏

  • @Fufyf-q2g
    @Fufyf-q2g 4 หลายเดือนก่อน

    ኦ ኣምላኬ መስተዉዐሊ ለልቦና ሃበና 😢😢😢 🤲🤲🤲

  • @ኦጎይታተዘከረነበውስተመን
    @ኦጎይታተዘከረነበውስተመን 2 ปีที่แล้ว +2

    እሰይይይ መምህርና እግዚብሔር ዕድመይ ጥዕናይ ይሃበልና አምላክ 🙏

  • @kirostesfahans
    @kirostesfahans ปีที่แล้ว

    Amen(3)

  • @sofyaaesufyflyheky9613
    @sofyaaesufyflyheky9613 ปีที่แล้ว

    አሜን አሜን አሜን ቃለ ሂውት የስመዐልን መምህርና ስልጣን ፁጉኡ በርከት የብዘሓልኪ ፈጣሪ ኩሉ ዓለም

  • @dgu3609
    @dgu3609 2 ปีที่แล้ว +2

    እግዚአብሔር ኣምላኽ ይመስገን ኩቡር መምህርና ሰላምካ ይብዛሕ እንካዕ ብሰላም መፃእካ ስልጣነይ

  • @AaAa-lx4dw
    @AaAa-lx4dw หลายเดือนก่อน

    ኦ ኣምላኬ መስተዉዐሊ ልቦና ይሃበና😥🙏🙏🎚🎚🎚

  • @helenmehari3640
    @helenmehari3640 2 ปีที่แล้ว +1

    ዎ ኣምላኽ ምሕረትካ ስደደልና ሓሰውቲ ነብያት ክዝምው ምስዝደልዩ ጎይታ ናባኪ ሊኢክኒ እናበሉ የንገርግሩ

  • @yordanostnsae3599
    @yordanostnsae3599 2 ปีที่แล้ว +2

    Amen kale hiwet yesmealna Egzabher kab kemzi ysewrena 🙏 nayzioms fuluy eu bejakum ntenkek aynsmiayom aynmelselom dima netiy natna abtiy natom korarixom kemxeiwo kelewu mknyatu welhantiy tmrtiy yeblun srhom mtilaln mshkatin eu Egzabher yignhayom 🙏

  • @yordanostekle7930
    @yordanostekle7930 2 ปีที่แล้ว +2

    Anqa bselam mexaka sltan hawey yehwatna mexaweti ygebrwen alewu kulu semiau kmeharelu zelewoyu amlak ab srhu aygagen yu kulatna hzbe krstyan kabzi kntnqeq amlak ydegfena amen

  • @ለቱሽጓልማርያምፅዮን
    @ለቱሽጓልማርያምፅዮን 2 ปีที่แล้ว +2

    ሰላም አምላክ ይብዘሐልካ መምህረይ እንኮዕ ብሰላም መፃእኻ ክብርቲ ሓፍትና አጀኺ ብፃሎት ጠንክሪ እግዚአብሔር አምላክ ካብዚ ዘለኽዮ መሊኡ የዋፅእኺ ብጣዕሚ እዩ ግን ዘሕዝን መምህረይ ፀግኡ የብዘሐልካ👏

  • @ሂዊጋልእመብርሃን
    @ሂዊጋልእመብርሃን 2 ปีที่แล้ว +2

    እግዚአብሔር ኣምላክ ይመስገን እንካዕ ብሰላም መፃካ ክቡር መምህርና እግዚአብሔር ኣምላክ ካቡዙይ ይማሓረና

  • @Habenwedihadadim
    @Habenwedihadadim 2 ปีที่แล้ว +1

    Amen Amen Amen qale hiwet yesmealna hawena seltan egziabher amlak xega ab resi xega yeadlka ortodox tewahdo nezelalem tenber Amen

  • @kiflomtsegay5214
    @kiflomtsegay5214 2 ปีที่แล้ว

    ቃል ሂወት የስመዓልና መምህር ስልጣ ሓውና ኣምላክ ቅዱሳን ናይ ዘመን ኣጎልጉለትካ ይባርከልካ ንኣሕዋትና ድማ ኣምላክ ናብ ልቦም ይምለሶም ዓይነ ልቦነኦም ይክፈተሎም ናሓብትና ከኣ ብሓቂ ኣብ እምነትኪ ክትጸንሒ እተ ደሊኪ ንኣምላክ ብጾምን ጸሎትን ኣብ ትሕቲ ኣቦታትኪ ካህናት ተማህሪ""""""ይትባረክ ኣምላክ ኣባዊነ""""

  • @ተመስገንኣምላኬ-ኘ4ቐ
    @ተመስገንኣምላኬ-ኘ4ቐ 2 ปีที่แล้ว +2

    እግዚአብሔር ይመስገን እኳዕ ብሰላም መፃኻ ክቡር መምህረና ናይ ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልና ፀጉኡ የብዝሐልኻ እግዚአብሔር አመላኽ አሜን

  • @ሄርመላጋልተዋህዶ
    @ሄርመላጋልተዋህዶ 2 ปีที่แล้ว +11

    እግዚአብሔር ይመስገን ክቡር መምህርና ቃል ህይወት የስመዐልና ❤

  • @ተመስገንኣምላኬ-ረ2ቐ
    @ተመስገንኣምላኬ-ረ2ቐ 2 ปีที่แล้ว +1

    እግዚኣብሄር ኣምላክ ይመረስገን ሰላም ይብዛሕ ክውረ መምህርና ብሓቂ መስተውዐሊ ልቦና ይሃበና😥 ምክርካን ማዕዳካን ኣይፈለየና❤

  • @ማህሌትተስፋይ
    @ማህሌትተስፋይ 2 ปีที่แล้ว +4

    ክቡር መምህረይ ስልጣን ሓወይ እንኳዕ ብሰላም መፃኣካ💜

  • @ተመሲገንኣምላኬ
    @ተመሲገንኣምላኬ 2 ปีที่แล้ว +2

    ቃል ህወት ቃል በረከት ያሲመልና መምህረይ

  • @ፍቕሪእዩመንገደይ-ረ2ዸ
    @ፍቕሪእዩመንገደይ-ረ2ዸ 2 ปีที่แล้ว +1

    ሰልጣነይ ሓወይ እግዚኣብሔር ኣምላክ ፀጋ በረከት የብዘሐልካ ♥♥♥

  • @ፅዮነይህዝብኪሓደራቃንዛአ
    @ፅዮነይህዝብኪሓደራቃንዛአ 2 ปีที่แล้ว +1

    እግዚአብሔር አምላክ ይመስገን ሰላምካ ይብዛሕ ኩቡር ሓውና ስልጣኑ ቃለ ህይወት የስመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልካ
    አቤት ጎይታ ብመንገድካ ምርሐና

  • @احمداحمد-د2د5ه
    @احمداحمد-د2د5ه ปีที่แล้ว

    ቃል ህይወት የስመዐልና ክቡር መምህርና ፀጉኡ የብዘሐልኻ እግዚአብሔር ኣምላክ ስልጣን ሓውይ ይገርም እዩ ልቦና ይሃቦም ይሃበና እግዚአብሔር ኣምላክ ኦቶዶክ ተዋህዶ ድዘላኣለ ትንበር 🤲👏👏👏👏👏🥰🥰🥰

  • @ግረማነሸጓልተዋህዶ
    @ግረማነሸጓልተዋህዶ 2 ปีที่แล้ว +2

    ተመሰገን ላአካ ዝሃብና ሃይማኖተይ ዝፍልጠኻ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ

  • @galwejerat-p1k
    @galwejerat-p1k 2 ปีที่แล้ว +13

    ብሓቂ ቃለ ህይወት የስምዓልና መምህርና ንሕናውን አብ እምነትና የፅንዓና እግዚአብሔር አይትጥፈኡና ዶማ መምህርና

  • @43058
    @43058 2 ปีที่แล้ว +6

    ብጣዕሚ ዘገርምዩ እግዚኣብሔር ኣብዛ ሓይማኖትና ጸኒዕና ክንነብር ብጸጋኡ ይደግፈና ንደቂ ቅድስቲ ቤተክርስትያን ተዋህዶ ካብዞም ተኳሉ ናይ ዘመንና ከኣ የድሕነና ንዕኦም ድማ ናብ ልቦም ይምለሶም እንተዘይኮይኑ ተነጊርና ኢና ኣብ መጽሓፈ ሲራክ ወዲ ኢያሱ 15፡16 ንመልከት ኣነ ዝቀረብኩልኩም ማይን ሓውንዩ ኢድኩም ኣብታ ዝደለኹማ ኣእትዩዋ ኢልና ንጠንቀቅ ንስልጣን ሓውና ድማ ዕድመን ጥዕናን ይሃበልና ከማኻ ድማ ይብዝሑ ክብል ይፈቱ ና♥ታ♥ን♥.

  • @አምላክይሰብገበረኒ
    @አምላክይሰብገበረኒ 2 ปีที่แล้ว +2

    አሜንቃልህይወትየሰመዐልናክቡረመምህርን😥😥😥😔😔

  • @ማኅበርተዋህዶእያእምነተይ
    @ማኅበርተዋህዶእያእምነተይ 2 ปีที่แล้ว +1

    ቃለ ህይወት የስምዓልና ክቡር መምህርና።

  • @ጓልተዋህዶእየ
    @ጓልተዋህዶእየ 2 ปีที่แล้ว

    እግዚአብሔር ይመስገን ክብር ሓውና ቃል የስመዐልና ፀጋዉን የብዘሐልኻ ዕድመ ጥዕና ያሀብካ መምህር አሜን አሜን አሜን

  • @kflomgereziher2072
    @kflomgereziher2072 2 ปีที่แล้ว

    እግዚኣብሄር ይመስገን ኩብር መምህር ሓዉና ሰልጠነ ፀግኡን በረከቱንነ የብዝሓልካ ፈጣሪ ቃለ ሂወት የሰምዓና🙏🙏🙏

  • @Gual-krstos20
    @Gual-krstos20 2 ปีที่แล้ว +1

    ጸጋኡ የብዝሃልካ መምህረይ

  • @ለምለምጓልድንግልማርያም
    @ለምለምጓልድንግልማርያም 2 ปีที่แล้ว +5

    እግዚአብሔር ይመስገን ሰላምካ ብዝሕ ትርፍ ይበለልና ክብር ሓውና ሥልጣን እንኳዕ ብሰላም መጸኻ ናይ ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልና ጸጉኡ የብዝሐልካ እግዚአብሔር አምላኽና ካብ ከምዚ ዝበለ ይምሓረና እመ ኣምላክ ቅድስት ድንግል ማርያም ብፆሎታን ብኣማላድነታን ትደግፈና አሜን💒✝️

  • @aslihabtom4315
    @aslihabtom4315 2 ปีที่แล้ว

    አግዚኦ ማሓረና ክርስቶስ ፡ ኦ ፈጣሪ ኩሉ ኣለም ብዓይነ ምሕረትካ ጠምተና ብጣዓሚ ዘሕዝን ዩ

  • @atheeralfarsi344
    @atheeralfarsi344 ปีที่แล้ว

    እዚኣብሄር ኣምለኽ ይሓግዚኻ ስልጣነይ🙏🙏🙏ግሓትይ ምሸተይ ተግልግልለኻ ዕዲመን ጥዕንና ይሃብኻ ኣምላኽናን መዲሓንና እየሱስ ክሪስቶስ💔💔💔👏👏👏🤲🤲🤲

  • @deaconsemere5558
    @deaconsemere5558 2 ปีที่แล้ว +2

    ሰልጣን ሓወና ከመይ የሕጉሽካኒ ብሓቂ ተዛረብ ድኣ የሕርሮ ንሰይጣን ከም ምሕረት ኢየሱስ ኣምላክና

  • @yordanostesfay2690
    @yordanostesfay2690 2 ปีที่แล้ว

    Amen Amen Amen Qal Hiwet yesmealna sltan hawna

  • @tdf8017
    @tdf8017 2 ปีที่แล้ว +1

    ኣምላክ ፀግኡ የብዘሐልካ ክቡር ሓዉና 👏👏👏💒💒💒

  • @ድንግልማርያምኣደይ-ሠ4ከ
    @ድንግልማርያምኣደይ-ሠ4ከ 2 ปีที่แล้ว +2

    እግዚኦ ማሓረና ፈጣሪ ኣምላክ ብመንገድካ ምርሐና

  • @ኦርቶዶክሰተዋህዶሃይማኖቴ
    @ኦርቶዶክሰተዋህዶሃይማኖቴ 2 ปีที่แล้ว

    አሜን አሜን አሜን እግዚአብሔር ኣምላክ ይመሰገን
    ሰለ ኩሉ ነገር ቃል ህይወት የሰመዐልና እግዚአብሔር ኣምላክ ፀጉኡ የብዘሐልካ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ሹሕ ዓመት ንበረልና ክብር መምህርና🌎♥♥♥💒☝♥♥♥🌎🔐🔐🔐

  • @hadiskelalichchj9924
    @hadiskelalichchj9924 2 ปีที่แล้ว

    ኦ አምላኽ እታ ቁኑዕት ሃይማኖት ኦርቶዶኩስ ተዋህዶ ንኽተል ሰናይ ፊቓድኻ ይኹን ስልጣን ሓወይ አምላኽ ይባሪኽኻ ዝሓወይ አብ ግዜና ፁቡቕ አይሰራሕና ፁቡቕ ዶማ አይረአናይ ኦ ኹሉ እትኽእል አምላኽ ምሕረት ላአኸልና

  • @toorkhan9315
    @toorkhan9315 ปีที่แล้ว +1

    ሰልጣነይ እግዛኣብሄር ይሓልኻ ካብ ኽፉእ ነገር♥♥👑

  • @amanuelhadas6382
    @amanuelhadas6382 2 ปีที่แล้ว +2

    Amen Amen Amen

  • @tmsgan.amlakaysrad2949
    @tmsgan.amlakaysrad2949 2 ปีที่แล้ว +2

    አግዚአብሔር፣ይመሰገን፣አኳዕ፣ብሰላም፣መፃኻ፣ሰልጣን፣ሐዉና፣ቃል፣ሃዉት፣የሰመዕልን፣

  • @selammehari6594
    @selammehari6594 2 ปีที่แล้ว +1

    Amlak edmenn tennan ente hibunasi gele knseme eina
    Kabziom yedhnenn geta
    Sltan hawna ka egziabiher nay agolgulete edmeka ykark kubur hawey

  • @ZahraZahra-oq6gf
    @ZahraZahra-oq6gf 2 ปีที่แล้ว +2

    እግዚአብሔር ይመስገን እንኳዕ ብሰላም መፃኻ❤❤❤ ኣቤቱ ኣምላክየ😢😢😢

  • @ጌታዬመጨረሻዬአሳምረው
    @ጌታዬመጨረሻዬአሳምረው 2 ปีที่แล้ว

    ቃል ህወት የሰመዐልና ክቡር መምህርና ዕድሜ ጥዕና ይሃብልና በእውነት መሰተወዐል ልቦና ይዓደልና

  • @ስኒትጓልተዋህዶ
    @ስኒትጓልተዋህዶ 2 ปีที่แล้ว +5

    እግዚአብሔር ይመስገን እንቋዕ ብሰላም መጻኻ ክቡር መምህርና ኣሜን ቃል ሂወት የስመዐልና ስልጣነይ ሓወይ🥰✝️😇🙏

  • @lemlemyoutube
    @lemlemyoutube 2 ปีที่แล้ว +2

    እግዚአብሔር ይመስገን ክብር ሓውና

  • @ዝፋንጋልትግራይሰብዓእንደ
    @ዝፋንጋልትግራይሰብዓእንደ 2 ปีที่แล้ว +6

    እግዚኣብሄር ይመስገን እንካዕ ብሰላም መፅእካ ክብር መምህርና 💖💖💖🙏🙏🙏

  • @znabukndeyaznabukndeya1384
    @znabukndeyaznabukndeya1384 2 ปีที่แล้ว +5

    እግዚኣብሔር ኣምላክ ይመሰገን ሰላምካ ይብዛሕ ክቡር መምህርና ኣለና ብምሕረት ኣምላክ እንኳዕ ብሰላም መፃእኻ ሥልጣን ሓወይ🌹☘️

  • @Abi_boy02
    @Abi_boy02 2 ปีที่แล้ว +3

    ጽቡቅ ኣለኻ ነዚ ምጎስ ዝብሃል ብጸቱን ዘዬምርኣዮም ሰልጠነ ሓወይ ኣይትሕመቅ

  • @beyeneanbesager2948
    @beyeneanbesager2948 2 ปีที่แล้ว +2

    Thank you so much

  • @ሄርመላጋልተዋህዶ
    @ሄርመላጋልተዋህዶ 2 ปีที่แล้ว +3

    እግዚኦ ማሓረና ካብዚይ ማሓረና አምላክ😭😭😭😭😭

  • @ጓልተዋህዶትግራይ
    @ጓልተዋህዶትግራይ 2 ปีที่แล้ว +2

    ኣንዃዕ ብሰላም መፃእካ ክበር ሓወና ዝተርፈ ዕደመናን ጥዕናን ይሃበካ ፈጣሪ

  • @teklittes5682
    @teklittes5682 2 ปีที่แล้ว

    ጸኒሖም ሲ ገለ ከስምዑና እዮም ኦ ኣምላኽ ብዓይኒ ምሕረትካ ጠምተና🙏🙏🙏

  • @እግዚአብሔርአምላክይ-ሸ2ጠ
    @እግዚአብሔርአምላክይ-ሸ2ጠ 2 ปีที่แล้ว

    እግዚአብሔር አምላክ ይመስገን ሥልጣን ሓወይ ቃል ህይወት ያስመዐልና ጸጉኡ በረከቱ ያብዝሕ እግዚእብሔር አምላክ

  • @mnasetewolde5034
    @mnasetewolde5034 2 ปีที่แล้ว +8

    I'm the first person ቃል ሂወት የስምዓልና ብሩኽ ሓወይ

    • @nurayinabdu6091
      @nurayinabdu6091 2 ปีที่แล้ว +1

      Ewayyyyyyyy amlak ymhar ezgyo meharena kurustos amlak ykre belelom

  • @floragebrea5mlak437
    @floragebrea5mlak437 2 ปีที่แล้ว +3

    በስም አብ በወልደ ወመንፈሰ ቁዱስ አሃዱ አምላክ ካብዚ ሰይጣናዊ ስራሕ ይሰዉረና ፈጣሪ ኩሉ አለም አሜን

  • @TemesgenTsegay-i9t
    @TemesgenTsegay-i9t 2 ปีที่แล้ว +2

    ብኸመይ ክንረኽበካ ንኽእል ስልጣን ሓወይ