ሓዱሽ ትግርኛ መዝሙር የድልየኒ'ሎ ዘማሪ ዲያቆን ዳንኤል ተከስተ New tigrigna mezmur diakon daniel tekeste yedlyenilo

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 2 มิ.ย. 2024
  • New mezmur
    New tigrigna mezmur
    zemari diakon daniel tekeste
    ሓዱሽ ትግርኛ መዝሙር
    ዘማሪ ዲያቆን ዳኒኤል ተከስተ
    የድልየኒ 'ሎ

ความคิดเห็น • 60

  • @habuYoyada
    @habuYoyada  21 วันที่ผ่านมา +17

    ምሕረትካ የድልየኒ'ሎ መድሓኒተይ
    ፈውስካ የድልየኒ'ሎ ቤዛ ነፍሰይ
    ተደሃየኒ'ባ ኣምላክ ቁልዕነተይ (2)
    ናባካ እንትቀርብ ፍርሓት ይወረኒ
    ሓጥያተይ እዩ ጎይታ ርእሰይ ዘድንነኒ
    ንንዋይ ክብል ዝቀትል ንሓወይ
    ምሕረትካ የድልየኒ'ሎ ኣይትፈለ ካባይ
    ልቦናይ ነፂሁ ሕግካ ከክብር
    ነቲ ጥዑም ቃልካ ክምገብ ክነብር
    ኣብ ቤትካ ቀሪበ ክህሉ ምሳካ
    ምሕረትካ የድልየኒ'ሎ ንጉሰይ በጃካ
    ናይ ንስሃ ዕድመይ ገና ከይፀልመተ
    ንየማን ክምለስ ስምካ ተቀኒተ
    ኣብ ኮክሒ ክሃንፃ ምድራዊት ህይወተይ
    ምሕረትካ የድልየኒ'ሎ ኣንታ ዋና ልበይ

  • @sndayokidugebreazher4597
    @sndayokidugebreazher4597 วันที่ผ่านมา

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእክቲ የስመዐልና❤❤❤

  • @user-bp3br6ou3k
    @user-bp3br6ou3k 8 วันที่ผ่านมา

    ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ክብር ሓውና ኣቤቱ የንብርካ እግዚአብሔር አምላክ ፀጉኡ የብዝሕ♥️♥️♥️

  • @brganacinema
    @brganacinema 27 วันที่ผ่านมา +2

    ዝማሬ መላእኽቲ የስምዐልና

  • @mebratberhane7402
    @mebratberhane7402 18 วันที่ผ่านมา +1

    Zmare meliekiti yesmaelna Amen 🙏💕🙏

  • @SmilingFlowers-rt4qk
    @SmilingFlowers-rt4qk 6 วันที่ผ่านมา

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማረ መላእኽቲ ይስመዓልና ጸጉኡ ይብዘሓልካ ፈታረ🙏🙏🙏🙏✝️

  • @mahleyt7694
    @mahleyt7694 27 วันที่ผ่านมา +6

    ሓበን ሓወይ ግጥሚ እባ ኣቅመጠልና ክላመዳ እየ ዋ❤❤❤

    • @habuYoyada
      @habuYoyada  21 วันที่ผ่านมา +4

      ምሕረትካ የድልየኒ'ሎ መድሓኒተይ
      ፈውስካ የድልየኒ'ሎ ቤዛ ነፍሰይ
      ተደሃየኒ'ባ ኣምላክ ቁልዕነተይ (2)
      ናባካ እንትቀርብ ፍርሓት ይወረኒ
      ሓጥያተይ እዩ ጎይታ ርእሰይ ዘድንነኒ
      ንንዋይ ክብል ዝቀትል ንሓወይ
      ምሕረትካ የድልየኒ'ሎ ኣይትፈለ ካባይ
      ልቦናይ ነፂሁ ሕግካ ከክብር
      ነቲ ጥዑም ቃልካ ክምገብ ክነብር
      ኣብ ቤትካ ቀሪበ ክህሉ ምሳካ
      ምሕረትካ የድልየኒ'ሎ ንጉሰይ በጃካ
      ናይ ንስሃ ዕድመይ ገና ከይፀልመተ
      ንየማን ክምለስ ስምካ ተቀኒተ
      ኣብ ኮክሒ ክሃንፃ ምድራዊት ህይወተይ
      ምሕረትካ የድልየኒ'ሎ ኣንታ ዋና ልበይ

  • @GhenetGhirmay
    @GhenetGhirmay 18 วันที่ผ่านมา +1

    Amen 3goyta maharena

  • @user-zx4fw9me3x
    @user-zx4fw9me3x 18 วันที่ผ่านมา +1

    Zmarie melaekti yesmalna bruk hawey

  • @kidusanabew12
    @kidusanabew12 27 วันที่ผ่านมา +5

    ዝማሬ መላእክት የስምዓልና ብሩኸይ🥹🙏🏽tum mezmur

  • @abrehaletsegay7519
    @abrehaletsegay7519 7 วันที่ผ่านมา

    ዝማሬ መላእክቲ የስምዓልና

  • @Meronmezgebo
    @Meronmezgebo 23 วันที่ผ่านมา +1

    Zemare melaekti yesemealna🙏🙏

  • @brhankiros
    @brhankiros 5 วันที่ผ่านมา

    ዝማሬ መላእክቲ የስመዐልና ፀጉኡ የብዝሕ

  • @SmilingDinosaurFossils-oi3jx
    @SmilingDinosaurFossils-oi3jx 13 วันที่ผ่านมา

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእክቲ የስመዓልና

  • @ngsitweldebrhan7845
    @ngsitweldebrhan7845 16 วันที่ผ่านมา

    ዝማሬ መላእክት የሰመዐልና🙏🙏🙏❤❤❤🕊🕊🕊🕊

  • @Atsbiii
    @Atsbiii 12 วันที่ผ่านมา

    ዝማሬ መላእክት የስመዓልና❤❤❤❤🎉❤

  • @user-bq2he3nr8h
    @user-bq2he3nr8h 18 วันที่ผ่านมา +1

    Zemare melakti yesemalna hawena

  • @MebartMehari
    @MebartMehari 12 วันที่ผ่านมา

    ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ፀጉኡ የብዝሐልኻ እግዚኣብሔር ኣምላክ ክቡር ሓውና ❤❤❤❤❤❤❤

  • @user-zp4sd3qw8z
    @user-zp4sd3qw8z 7 วันที่ผ่านมา

    ዝማሬ መላእክት ያሰማልን ❤❤❤

  • @LwamHagos
    @LwamHagos 27 วันที่ผ่านมา +2

    ❤🙏🙏🙏

  • @mahderHeri
    @mahderHeri 27 วันที่ผ่านมา +2

    ❤❤🙏

  • @Hani-jy6cg
    @Hani-jy6cg 22 วันที่ผ่านมา +1

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን 🙏🏾

  • @user-xv7js7hx7o
    @user-xv7js7hx7o วันที่ผ่านมา

    ጸጉኡ ይባዝሐልካ ዝያዳይይ

  • @FrezerLeul-pz2vz
    @FrezerLeul-pz2vz 8 วันที่ผ่านมา

    ዝማሬ መላእኽቲ የስምዕኻ❤

  • @yoridove7003
    @yoridove7003 7 วันที่ผ่านมา

    Amen zmare melakti yesmiala ❤❤❤

  • @mahleyt7694
    @mahleyt7694 27 วันที่ผ่านมา +4

    ዝማሬ መላእክቲ የሰመዐልና ክቡር ሓወይ ካብ ኮንቱ ውዳሴ የሰውርካ ሓበን ሓወይ በርትዐለይ❤❤❤

  • @bel.picture_12
    @bel.picture_12 27 วันที่ผ่านมา +2

    ዝማሬ መላእክት የስመዐልና

  • @Sarah-ge6zu
    @Sarah-ge6zu 25 วันที่ผ่านมา +1

    Amen Amen Amen 🙏 ❤️ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉

  • @csefdefgf3229
    @csefdefgf3229 27 วันที่ผ่านมา +2

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእክት የስመዐልና❤❤❤

  • @MayklDesta-dd5ep
    @MayklDesta-dd5ep 27 วันที่ผ่านมา +2

    kalehiwet jegna hawna berte

  • @selameyasu5841
    @selameyasu5841 6 วันที่ผ่านมา

    Zemaria melakti yesmalna 🙏❤️❤️❤️

  • @GenetBerhe-se1pd
    @GenetBerhe-se1pd 27 วันที่ผ่านมา +4

    ዝማሬ መላእክት ያስመዐልና ❤❤

  • @rahwaguesh250
    @rahwaguesh250 15 วันที่ผ่านมา

    Zemare melakti yesemalna zehawey

  • @TrhasFsha-j1y
    @TrhasFsha-j1y 3 วันที่ผ่านมา

    ተመስገን አምላኬ❤❤❤❤❤❤❤

  • @HdH-rn5mv
    @HdH-rn5mv 27 วันที่ผ่านมา +2

    ዝማሬ መላእኽቲ የስመዓልና ክቡር ሓውና ❤❤❤❤

  • @mahratamere4399
    @mahratamere4399 21 วันที่ผ่านมา +1

    ❤❤❤❤

  • @agehxhdb6690
    @agehxhdb6690 27 วันที่ผ่านมา +2

    አሜን ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ❤❤❤❤

  • @RobelYacob
    @RobelYacob 12 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    🙏🙏🙏❤❤❤

  • @user-xu2kt5od3k
    @user-xu2kt5od3k 21 วันที่ผ่านมา +1

    ኣሜን (3)ዝማሬ መላእኽቲ ይስመዓልና ጸጉኡ ይብዘሓልካ እናዘመርካ እናወደስካ ይንብርካ 👏👏👏

  • @SmretKidane-n1l
    @SmretKidane-n1l 10 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ❤❤❤ 🙏🙏🙏🙏💒💒

  • @SleepyBassetHound-qq4kg
    @SleepyBassetHound-qq4kg 21 วันที่ผ่านมา +1

    አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ክቡር ሓውና ❤️🙏

  • @azebgebrehiwet7492
    @azebgebrehiwet7492 7 วันที่ผ่านมา

    amen amen amen

  • @user-uo7iv5zw6y
    @user-uo7iv5zw6y 27 วันที่ผ่านมา +1

    ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ክቡር ሓውና ፀግኡ የብዘሐልካ እግዚአብሄር🙏🙏🙏ነተባባዓዮም ክቡራት ኣሕዋተይ ማህሌተይ እግዚአብሄር የኽብረለይ በረከት ክካፈል ስለ ዝገበርክኒ ህያበይ ብማሃሌት ዝመፃክን ኣበይ ኣለኽን❤

  • @SadaSada-nm5jc
    @SadaSada-nm5jc 15 วันที่ผ่านมา

    ኣሜን

  • @TibletseZerehawarit
    @TibletseZerehawarit 3 วันที่ผ่านมา

    Aseyy Elllllll Elllll Ellllll

  • @BSQX
    @BSQX 17 วันที่ผ่านมา +1

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእክቲ የሰመዐና

  • @Egzabihier1082
    @Egzabihier1082 25 วันที่ผ่านมา +1

    Mhretka yedlyeni lo fekar amlakey medhanitey😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢

  • @abrehaletsegay7519
    @abrehaletsegay7519 7 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @user-bv4tb3mq3z
    @user-bv4tb3mq3z 10 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤😢

  • @TrhasFsha-j1y
    @TrhasFsha-j1y 3 วันที่ผ่านมา

    2:09

  • @user-ie2tl4fj6q
    @user-ie2tl4fj6q 2 วันที่ผ่านมา

    ዝማሬ መላእክቲ የስመዐና 🙏🙏🙏🙏🙏ኣነስ ክዝምር ኣብዪ ቦታ ኣለኒ ግን ስደት ኮይነ ግን ምዝማር ምክኣልኩ ዶ ተፈቲነ 😢😢ብጣዕሚ እዩ ክዝምር ዝደሊ ❤❤

    • @habuYoyada
      @habuYoyada  2 วันที่ผ่านมา +1

      ኣሜን ሓፍተይ
      ኣምላክ ኣብ ዝፈቀዶ ክኮን እዩ ።
      ንኩሉ ነናይ ባዕሉ ግዘ ኣለዎ።

  • @agehxhdb6690
    @agehxhdb6690 27 วันที่ผ่านมา +4

    ነተባብዐዮ ንሓዉና ሳክስክራይብ እናገበርና

    • @user-uo7iv5zw6y
      @user-uo7iv5zw6y 27 วันที่ผ่านมา +1

      እሺ ዝያዳይ❤

  • @HenokBerihu22
    @HenokBerihu22 27 วันที่ผ่านมา +2

    ዝማሬ መላእኽቲ የስምዐልና

  • @FthawitMussie
    @FthawitMussie 2 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤