ስምኻ ተደጊፈ/Semka Tedegife New Orthodox Tigrigna Neseha Mezmur vol.1 ዘማሪ ዲ/ን ክብሮም መሓሪ Kibrom Mahari2023

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 20 พ.ย. 2024

ความคิดเห็น • 1.1K

  • @selam801
    @selam801 ปีที่แล้ว +188

    አበይ አለኹም ከምዚ ከማይ ክሳብ ዝልቀቕ ብሻቅሎት ዝቐነኹም ዳይ በሉ like comment ንግበረሉ🥺
    ዝማሬ መላእክት የሰመዐልና ክብሮም ሓወይ ጸግኡ የብዘሐልኻ አብ ቤቱ የጽንዕኻ🥰

    • @brhanugebre9344
      @brhanugebre9344 ปีที่แล้ว +6

      ብሻቅሎት ዘይኮነስ ብሃንቀውታ ኢና ክንፅበ ቀኒና።

    • @Lulu-pv6vt
      @Lulu-pv6vt ปีที่แล้ว +2

      Hankew ele ❤

    • @tblextadese-ok7kw
      @tblextadese-ok7kw ปีที่แล้ว +1

      ​@@brhanugebre9344 11😊

    • @hayatnj3455
      @hayatnj3455 9 หลายเดือนก่อน +1

      ​፣መመመአመነመመነመአነመነመመመመኣሟነመሞሟመመመመመመአነመመመሸመማመየመሟነናነየነነኦጀመመነአናመመመመአኗማጃነማመአነመመመመሠመመመመጃጃኣነአሞመመማየመመመመመመመመአመመመአመኦነአመመመአአመመመመመአመማመአአነመአመመመመሟነሸሟአመመሠመመጀመመነኣመመፃፃፃመነመመአመአአአመመመአ፧ረሟመነሸዠኟዠመመአመአመአአነጀአአአራአአወአአጠኘኘ

  • @tewahdochannl
    @tewahdochannl ปีที่แล้ว +20

    በስመአብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣኃዱ ኣምላክ ኣሜን፫
    ኣለሻኻ ገሪሙኒ
    ትፍቅርኻ በዚሑኒ
    ዝበደለ ሰብ ከመይ ከምዚ ይፍቀር
    ናይኻስ ንበይኑ ዩ ኣምላከ እግዚኣብሔር
    ሕግኻ ብበለስ ኣፋሪሱ ቐይሩ
    ንዓኻ ስኡኑ ንሕግኻ ሰይሩ
    ፀጋ ዝተድሃሎ ሓጥእ እንተይበልኻ
    ናተይ ኻ ኢልካዮ ኣለሻኻ ወፃኻ
    ኣዝ🎤
    ካብ ቁልዕነት ግዜ ጎሳ ተሸይሙ
    ብሕሉፍ ፍቅርኻ ፀጋ ተሸሊሙ
    ከም ልበይ ኢልካዮ ልብኻ እንተድምዮ
    ባሪያኻ ምእላሽ መዓዝ ሓዲኻዮ
    ኣዝ🎤
    ፈቓር ሃዋሪያኻ ርእሲ ቶም ሃዋርያት
    መኸራ ፈሪሑ ብሓዊ እንተግመት
    ድምፅኻ ሰመዐ ብድምፂ ኮኮናይ
    ጎይታይ ክተፍቅር ፍቅርኻ ኣይልወጥይ
    ኣዝ🎤
    ካብ ኢዮርሳሌም እግሩ ተላዕለን
    ንኸሳድዳኻ ደማስቆ በፂሐን
    ካብ ሰማይ ተሰምዐ ሳኦል ዝብል ድምፅኻ
    ወያ መሳደዲ ኮይኑ ምስክርኻ
    ስብሃት ለእግዚአብሔር
    ወለወላዲቱ ድንግል
    ወለመስቀሉ ክቡር

  • @Bebity.
    @Bebity. ปีที่แล้ว +260

    0:01 - ኣይጎደለን ምስጋናይ
    7:35 - አለሻኻ
    15:00 - ወትረ ድንግል
    21:17 - ስምካ ተደጊፈ
    27:45 - ብኣንደበተይ
    36:26 - ሓይሊ ብዝህበኒ
    43:16 - ቅዱስ ጊዎርጊስ
    48:22 - ናዛዚትነ
    58:58 - ሸገይኡ ጎይታ
    1:06:10 - ሓዱሽ ትእዛዝ
    1:13:42 - መልሰኒ
    1:21:28 - ከም በጊዕ
    1:28:29 - ክፅበ ልኣኻ
    ዝማሬ መላእክት የስምዐልና ❤❤❤

    • @mimzidk
      @mimzidk ปีที่แล้ว

      Des zebil haftey, Thank you time zfelekiyo..

    • @almazalema
      @almazalema ปีที่แล้ว +3

      እስይ እልልልልልልል ኣይጎደለን ምሰጋናይ ዝማሬ ምላኣክት የስመዐልና 💒♥🙏

    • @mimitekulu7296
      @mimitekulu7296 ปีที่แล้ว +2

      🙏🥰

    • @netsanetkidanu9985
      @netsanetkidanu9985 ปีที่แล้ว

      More than these all perfects,LOVE IT!!!Go a head kbsha never give u!

    • @ጎልራያኩኩፉቶ
      @ጎልራያኩኩፉቶ ปีที่แล้ว

      ዝማሬ መላእክት ያሰመዐልና 😢😢 ኣሕዋተይ ማዓረይ እዝ ዘማር ሓውና ዱሮን ዱወቀዐቶስ ሃመይ በለ ኣየ ህዝብይ😢

  • @susuugirmay4254
    @susuugirmay4254 ปีที่แล้ว +26

    መዝሙራትካ ብዝሰማዕኩ ቁፅሪ መላእ ሰብነተይ ማይ ይፈሰኒ መሊኡ ዝዓደለካ ፈጣሪ አቤት ድምፂ ምስ ትሕትንኡ መታደል ነው እንካዕ ዳሐን መፃካ ክቡር ሐውና ዝሜሬ ቃለሂወት የስመዐልና ፀግኡን በረከቱን የብዘሐልካ ዛሐወይ❤❤❤❤❤❤

  • @lmlmmoha1407
    @lmlmmoha1407 ปีที่แล้ว +21

    አለሻ ገርሙኒ
    እቲ ፍቅርኻ በዝሑኒ
    ዝበደለ ሰብከመይ ከምዝፍቀርናይስ ንበይኑ እዩ
    አምላከ እግዚአብሔር😢
    ብሓቂ እግዚአብሔር ናይአጎልጉሎት ዘመንኻ ይባርኽ
    ብንብዓት ዘሰስማዑ መዝሙር❤

  • @ShewitTsion
    @ShewitTsion 8 หลายเดือนก่อน +1

    Zemarie melakit yesma alina hawna dackon kibrom I can't stop listening those mezmurs good job

  • @ዮዳሄትግራይ-አ3ረ
    @ዮዳሄትግራይ-አ3ረ ปีที่แล้ว +13

    ብሃንቀውታ እየ ክፀበ ፀኒሐ ብፍላይ ትማሊ ኣብዛ ይቱብ እየ ውዒለ መን ኣሎ ከምዘከማይ ክፅበ ዘፀነሐን ዘዋዓለን 😢

  • @danielmamu10
    @danielmamu10 ปีที่แล้ว +24

    ተመስገን እግዚኣብሄር ነዚ ዘብቅዐካ ኬብዋይ
    አብ አገልልግሎትካ እናኣተዎ ይባርኽካ
    ካብዚ ንልዓሊ ክተገልግሎ ሚስጥሩን ጥበቡን ጥዕሙን ይግለጸልካ ብሩኸይ❤❤❤

  • @deradubai1754
    @deradubai1754 ปีที่แล้ว +9

    ቀዳመይቲ ባዕለይ ደቂ ተዋህዶ ዋይ ንዑ

  • @zufanTube-i1o
    @zufanTube-i1o ปีที่แล้ว +13

    በሓቂ ድያቆን ሓወይ ዝማሬ መላእክት የስመዓልና❤❤❤ ኣዕዝምቲ ዝሰብር መዝሙር ኩሉ ምስ ናተይ ሂወት ዝተትሓዘ 😢 ስለ ኩሉ ነገር እግዚአብሔር ይመስገን❤

  • @dnglmaryameyarfutalbey1494
    @dnglmaryameyarfutalbey1494 ปีที่แล้ว +15

    እልልልልልልል ተመስገን እንኳዕ ብሰላም ኣፈጸመኹም እንኳዕ ብሱላም መጽኣኹምና ክቡር ዘማሪ ዲያቆን ክብሮም እግዚአብሔር አምላክ ናይ አገልግሎት ዘመንኩም ይባርከልኩም ዝማሬ መልአክት የስምዓልና ጸጉኡይ በረከቱይ የብዝሐልኹም ዲያቆነይ⛪️✝️❤

  • @legessealemayehu
    @legessealemayehu ปีที่แล้ว +64

    ዝማሬ መላእኽቲ የስምዕኻ ሊቀ ዲያቆናት ወጥዑመ ልሳን ዘማሪ ክብሮም ሓውና... ዓብይ ስራሕ አበርኪትካልና።

    • @መድሃኒአለምአቦይብምሕረት
      @መድሃኒአለምአቦይብምሕረት 9 หลายเดือนก่อน

      ብሓቂ ዝማሬ መልአክቲ የስመዐልና ክቡር ሓዉና ዲያቆን ክብሮም ናይ አገልግሎት ዘመንኻ ይባረኽ ርጉዕ አብ ልብኻ ዝአቱ ዝማሬ ጸጉኡ የብዘሐልኻ

    • @EdenTekesete
      @EdenTekesete 7 หลายเดือนก่อน

      1:34:37

    • @AllApp-c2b
      @AllApp-c2b 5 หลายเดือนก่อน

      ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መመላእክት የየስመመዐዐልና❤❤❤🎉ሊቀቀ ሊቃውንት ዲቁ ክብሮሞ ሓውና🎉🎉🎉

  • @ዮዳሄአምላክይፈልጥ
    @ዮዳሄአምላክይፈልጥ ปีที่แล้ว +9

    ጥዑም ዝማሬ መላእክት ያስመዐልና
    ክቡር ዲ/ን ሓውና ዘመንካ አብ ቤተ መቅደስ ይወዳእ😢🙏ኩሎም መዝሙራትካ ዝተሰብረ ልብ ሰብ ይፅግኑ አምላከ ቅዱሳን ዕድሜ ማቱሳላ ይሃብካ❤🙏

  • @ትርሓስዩቲብTrhasYube
    @ትርሓስዩቲብTrhasYube ปีที่แล้ว +6

    ኣሜን ፫ ዝማሬ መላእክቲ የስመዐልና እግዚአብሔር ኣምላክ ናይ ኣገልግሎት ዘመንካ ይባርከልካ ድያቆን ሓዉና🤲ዕንቂ ተዋህዶ ብዓል ጥዑም ልሳን❤

  • @dnglmaryamadey
    @dnglmaryamadey ปีที่แล้ว +51

    አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ድያቆነይ ፀጉኡ የብዛሓልካ ናይ ተዋህዶና ዑንቂ ኢካ🥰✝️👏

  • @ZemariYonasGebrekidan
    @ZemariYonasGebrekidan ปีที่แล้ว +19

    ዝማሬ መላእክት የስምዓልና ኬቢዬ!!! መስዋዕቲ ንእግዚአብሔር፥ ንምእመናን ድሕነት፥ ንዓኻ ንበረኸት ትኹን ብሩኸይ።

  • @ሂወትጓልተዋህዶ
    @ሂወትጓልተዋህዶ ปีที่แล้ว +3

    አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላእክት የስመዓልና ክብር ሓወና ዲያቆን ክብሮም ዕድመን ጥዐናን ይሃብካ እግዚአብሔር ኣምላክ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @channelzab7151
    @channelzab7151 ปีที่แล้ว +13

    ብሓቂ ካብ ማዓርን ፀባን ዝጥዕም ዝማሬ ክቡር ሓውና ዲያቆን ክብሮሞይ ዝማሬ መላእክት የስመዐልና እግዚአብሔር አምላክ ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ያሃብካ ክቡረይ❤

  • @ኪዳንጋልተዋሕዶ
    @ኪዳንጋልተዋሕዶ ปีที่แล้ว +12

    ተመስገን አንካዕ ብሰላም ምፃኩም ዲያቆን አሜን ዝማሬ መላእክት የሰመዐልና ጸጉኡ የብዘሐልካ እግዚአብሔር አምላክ ዲያቆን ማዓረይ ❤❤❤❤❤❤❤

  • @yute2286
    @yute2286 ปีที่แล้ว +6

    እንካዓ ብሰላም መፀካ ብሩክ ሓወይ ብሃንቀውታ ይፅበያ ፀንሐ አምላክ ናይ አገልግሎት ዘመንካ ይባርክ ዕድመ ጥዕና ይሃብካ ብመዝምሩክ ተባርከይ እየ።❤✝️😭🙏

  • @ዮዳሄትግራይ-አ3ረ
    @ዮዳሄትግራይ-አ3ረ ปีที่แล้ว +14

    🎉እንካዕ ብሰላም መፃእካ ክብሮም ሓወይ እግዚአብሔር ኣምላክ ኣጀሚሩ ሰለ ዘፈፀመካ ክብርን ምስጋናን ንዘልኣለም ይብፃሓዮ ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልካ እግዚአብሔር ኣምላክ ድያቆን ሓወይ ናይ ኣገልጉለት ዘመንካ ይባረክ♡︎✞︎♡︎✝️

  • @mimitekulu7296
    @mimitekulu7296 ปีที่แล้ว +7

    ኣሜን 🙏🥰ዝማሬ መላክት የስምዓልና እግዝኣ ብሔር ኣምላኽ ጸግዩ የብዝሓልካ ዲያቆን ክብሮመይ 🙏⛪️💞

  • @ameneytube1760
    @ameneytube1760 ปีที่แล้ว +30

    እግዚአብሔር ይመስገን !ዘወትር አብ ቤቱ የንብርካ መስዋእትካ አምላከ ቅዱሳን ይቀበለልካ❤አያሓወይ!

  • @semenawit8438
    @semenawit8438 ปีที่แล้ว +1

    Zemare Melayekt yesmelna 👏👏👏Tsega "Egziabher" yebzhalka

  • @ማናመኮነንYouTube
    @ማናመኮነንYouTube ปีที่แล้ว +19

    መናሎ ብሃንቀዉታ ዝተፀበየ ተመስገን 💗

  • @motivationpictures.
    @motivationpictures. 11 หลายเดือนก่อน +1

    ❤ ዝማሬ መላእክት የስምዐልና ❤

  • @IsraelMosazghiLebasiOrthodox
    @IsraelMosazghiLebasiOrthodox 8 หลายเดือนก่อน +2

    Zmare Melaekti Yesmealna Egziabher Amlak Amen Amen Amen.

  • @ፀጋጋልኣባሰላማ
    @ፀጋጋልኣባሰላማ ปีที่แล้ว +13

    ዝማሬ መላእክቲ የስመዐልና ድያቆን ሓውና እግዚአብሔር ኣምላክ ፀጉኡ የብዘሐልካ ክቡር ሓውና🙏❤🙏

  • @tigraylove7744
    @tigraylove7744 ปีที่แล้ว +8

    ዝማሬ መላእክት የስመዓልና ክቡር ዘማሪ ዲያቆን ክብሮም ሓወይ ፀጋካ የብዘሓልካ ክብረት ይሃበልና ዝሓወይ🙏🙏🙏❤

  • @__-wj7zq
    @__-wj7zq ปีที่แล้ว +8

    *_እንኳዕ ብስላም መፃእካ ክቡር ድያቆን ሓውና ዝማሬ መላእክት የስመዐልና እግዚአብሔር አምላክ ጸጉኡን በረከቱን የብዘሐልካ 🕊🕊🕊🌿🌿🌿♥️♥️♥️🥰🥰🥰_*

  • @ስንታዮህፊደለይኢኺድንግል
    @ስንታዮህፊደለይኢኺድንግል ปีที่แล้ว +10

    ሠላም ፀጋ እግዚአብሔር ይብዘሐልኻ ድያቆን ክብሮም ዝማረ መላእክቲ የስመዓልና ብኣካ ባህ ይብለኒ አይጉድለንን ምስጋና🙏🙏🙏🙌🙌🙌

  • @LeulHayelom
    @LeulHayelom ปีที่แล้ว +8

    ዝማሬ መላእክት ያስመዐልና ዘማሪ ክብሮም መሓሪይ ዕንቁና ዝኾንካ አቦ ትሕትና የዋህ ፈቃር እግዚአብሔር ብዕድመ ብጥዒና ያሓልወልና ሊቁ #ስምኻ ተአሚነ #አይጎደለን ምስጋናይ❤❤❤

  • @ወልደጊዮርጊስ-ለ3ዐ
    @ወልደጊዮርጊስ-ለ3ዐ 7 หลายเดือนก่อน +4

    ዝማሬ መላእክትን ያሰማልን በእድሜ በፀጋ በቤቱ ያፅናህ ወንድማችን

  • @adulismedia8530
    @adulismedia8530 ปีที่แล้ว +9

    ሰላም ዲያቆን ኃወይ! መዛሙራትካ ኣዝዮም መንፈሳውያን ኢዮም።፡ ኣምላኽ ጸጋኡ የብኃልካ!
    ቀጺለ፡ እዞም መዛሙርካ፡ በብሓደ እንተ ትዝርግሓልና ሠናይ ነይሩ። ንዓኻ'ውን ይሕግዘካ!

  • @Phrsfora_Media
    @Phrsfora_Media ปีที่แล้ว +50

    Congratulation Dear እንኳዕ ብሰላም ኣፈፀመካ እግዚአብሔር ኣምላኻ ፀግኡ የብዘሐልኻ ናይ ኣገልግሎት ዘመንኻ ይባረኽ ጥዑም ላዝኡ ዓውዪ ሓወይ መኻርየይ ኣብ ቤቱ የንብርኻ❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @WeyniMurad
    @WeyniMurad 9 หลายเดือนก่อน +1

    Aemennnnnnn zimare melakt yesmaelna diyaqon haweyyyyy natey 👏👏👏👏🙏🙏🙏💐💐💐💐🕯️⛪🕯️⛪🕯️⛪🛐🛐🛐🙌💞🙌💞🙌💞🌹🌹🌹🌹🌹🌹

  • @ዛይድዮኣኪን-አ2ሸ
    @ዛይድዮኣኪን-አ2ሸ ปีที่แล้ว +7

    እንኳዕ ብሰላም መጻእካ "መዘምር ሓውና ድያቆን ክብሮመይ ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ጡዑመ ልሳን በዓል ኣንደበት እግዚአብሔር አምላክ ጸግኡ ኣብዚሑ ጽንዓትን ብርትዐን ይሃበልና ክብሮመይ✝️❤

  • @WeyniMurad
    @WeyniMurad 9 หลายเดือนก่อน +1

    Aemennnnnnn zimare melakt yesmaelna 💞🌹💞🌹💞🌹👏👏👏🛐🛐🛐🕯️🕯️🕯️💐💐💐🙌🙏🙌🙏🙌🙏🙌⛪⛪⛪

  • @ማናመኮነንYouTube
    @ማናመኮነንYouTube ปีที่แล้ว +7

    ብሓቂ ዝማሬ መላእክት የስምዓልና ፀጉኡን በረከቱን የብዝሓልካ ክቡር ሓዉና ድያቆን ዘማሪ ክብሮም ዘመን አገልግሎትካ እግዚአብሔር ይባርከልካ ጥበቡን ምሽጡሩን ናገረፀልካ ይክን 😥😥ልብካ ዝትንክፍ ህድአት ዘለዎ መዛምራን 😘💗♥

  • @RrfFfg-sw7ud
    @RrfFfg-sw7ud ปีที่แล้ว +7

    ዝማሬ መላኣክት ያስመዐልና እግዚአብሔር ዘጋኡ የብዘሐልና የኣገልጉሎት ዘመንኻ ይባረኽ ክብሮምየ

  • @sesengkiros-v9v
    @sesengkiros-v9v 8 หลายเดือนก่อน +3

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላኣክቲ የስመዐልና ክብር ዳቆን ሓውና ንዓኻ ትመስል ዘማሪ ዝሃበና ፈጣሪ ዕድለኛታታት እና ኣብ ስደት ዘለና መዝመርኻ እናሰመዕና ህወትና ነፅንንዓ ኣለና❤❤😢

  • @elsaniraya6745
    @elsaniraya6745 ปีที่แล้ว +1

    Zmare melaqti yesmialna dyaqon wedna ❤

  • @brhan1212
    @brhan1212 ปีที่แล้ว +4

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእክቲ የስመዐልና እግዚአብሔር ኣምላክ ፀግኡ የብዘሐልካ ❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @TV-vh2im
    @TV-vh2im ปีที่แล้ว +8

    እንቋዕ ብሰላም መጻካ ዘማሪ ድያቆን ክብሮም ሓወይ ዝማሬ መላእክቲ የሠመዐልና ጸጉኡ የበዘሐልካ እግዚአብሔር ኣምላክ🙏🥰

  • @tslatemusiemedia2653
    @tslatemusiemedia2653 ปีที่แล้ว +6

    አሜን ዝማሬ መላእክት የስመዓልና ፀጉኡ በረከቱን የብዘሐልካ ዲያቆነይ 🕊️
    ብሓቂ ንፈትወካን ነክብረካን ሓውና ሊቀ መዘምር ዲያቆን ክብሮም እንኻዕ ብሰላም አፈፀመካ መምህረይ ተመስገን ዘመንካ ይባረክ 💝🕊️

  • @2Corinthians.10-17
    @2Corinthians.10-17 ปีที่แล้ว +10

    ንጽበዮ ዝነበርና እንኳዕ ደሓን መጸእኻ ዘማሪ ዲያቆን ኪብሮም ሓውና ንዕብየት ቋንቋናን ያሬዳዊ ዜማን ዝገበርካዮ ኣበርክቶ ካብ ልብ እና ነመስግን ነድንቐካ ነኽብረካ እና የቐንየልና ናይ ኣገልግሎት ዘመንካ ኣምላኽ ይባርኸልካ⛪️✝️❤️💛

    • @ygty161
      @ygty161 ปีที่แล้ว

      😮ኔን😅ኔሽን😅😮😮😮😅😮😮ን 34:42

    • @2Corinthians.10-17
      @2Corinthians.10-17 ปีที่แล้ว

      @@ygty161 ማለት😳

    • @kesant83
      @kesant83 ปีที่แล้ว

      ተዘይትኩምንት /ቲ ኣይመሐሽን ወይ 'ውን ብዙሓት ኮምንት ረኢሞ ዝስምዑ አለውሞ ምእንቲ ክስምዑዎ ተደሊኩም እምበይ ህጸጽ ዘይብሉ ጽሩይ መዝሙር እዩ እግዚአብሔር ይመስገን ዝረድአና ኣብ ክቡር ሓውና ሓዲሩ❤❤❤

    • @2Corinthians.10-17
      @2Corinthians.10-17 ปีที่แล้ว

      @@kesant83 ታይ ንምባል እዩ🙄

    • @kesant83
      @kesant83 ปีที่แล้ว

      እንድዒ ኔን ኔሽን ይብሎ እምበይ ናይ ሎሚ ኮምንት ስቅ ኢልካ እዩ ዝኒኦ

  • @እግዚአብሔርኣምላክይመሰገ
    @እግዚአብሔርኣምላክይመሰገ ปีที่แล้ว +8

    አሜን አሜን አሜን
    እግዚአብሔር ኣምላክ
    ፀጉኡ የብዘሐልካ ዝማሬ
    መላእክት የሰመዐልና❤🙏

  • @zemaritwubalemdesalegnofficial
    @zemaritwubalemdesalegnofficial ปีที่แล้ว +10

    አሜን አሜን አሜን ቃለ ሂወት ይስመዕልና ጸጋኡ ይብዝሕልካ ዲያቆን ሓወይ::

  • @HewanYemane-tq1dj
    @HewanYemane-tq1dj ปีที่แล้ว +6

    አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ክቡር ዘማሪ ዲያቆን ክብሮም ሓውና ዕድመን ጥዕናን ይሃብኻ

  • @samhalmy4240
    @samhalmy4240 ปีที่แล้ว +6

    አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላእክቲ የስመዐልና ሊቅ መዝምራን ድያቆን ክብረም ሓውና ፀግኡ የብዘሐልካ እግዚአብሔር አምላክ❤❤❤🎉🎉🎉

  • @Destaabrha-q1n
    @Destaabrha-q1n 10 หลายเดือนก่อน +1

    እግዚአብሔር አምላክ ዕድመ ጥዕና ይሃብካ ክብሮም ሓወይ

  • @ngstitigray5165
    @ngstitigray5165 ปีที่แล้ว +3

    Amen amen amen zamariye malikt yesmealne

  • @kindamoh6964
    @kindamoh6964 ปีที่แล้ว +6

    ዝማሬ መላእክት ይስመዕልና እግዚአብሔር ኣቢዚሑ ጥበቡ ይግለፅልኻ ኩብር ሓውና መዝምር ድያቆን ክብሮም💓ድሕሪ ድሕሪ ድምፅኻ ፅሑፍ ትትገብረሉ ዝበለፀ ናንበብና ምሳኻ ንኽንዝምር👏💓

  • @morimord6775
    @morimord6775 ปีที่แล้ว +8

    ዝማሬ መላእክት ያስማልን አሜን💕💕🙏🙏

  • @dqdq2115
    @dqdq2115 ปีที่แล้ว +7

    ክብረተይ በብፅባሕ በረክት እግዝአቤሄር የብዘሐልካ❤❤❤❤🙏🙏🙏🙏🙏🎉🎉🎉🎉

  • @buudle8284
    @buudle8284 ปีที่แล้ว +3

    ዝማሬ መላእኽቲ የስመዓልና
    ተመስገን መዝሙርካ እኮ ስሚዒካ ኣይምነውን እግዚአብሔር ኣምላክ ጸጉኡ የብዝሓልኩም ክንደይ ይጥዓም 🎚🎚🎚👏👏👏🕊🕊🕊❤🌿

  • @ሜላትጓልተዋህዶ
    @ሜላትጓልተዋህዶ ปีที่แล้ว +4

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእክት የስምዓና ድያቆነይ ፀጉኡ የብዝሕልካ ክብሮም ሓውና ♥️🙏😢ኣነስ ኩል መዛሙራትካ ክሰምዕ ከለኹ ዉሽጠይ ታሕጋስ ድዩ ሓዘን ሕውስውስ ይብለኒ ፍቅሪ ኣምላኽ ኣለዎ ሓለፋ 🙏ጎይታይ ምዓረይ ዉሽጠይ ንስኻ ትፈልጦ ሞ ኣይነልቦናይ ኣብርሃለይ 🥺

  • @mebrahtudesta1928
    @mebrahtudesta1928 ปีที่แล้ว +3

    Zmare melaekit yesmealna hawey nay agelglot zemenka ybarek

  • @ጌታሆይበመንግስትህበመጣህ
    @ጌታሆይበመንግስትህበመጣህ 7 หลายเดือนก่อน +1

    ዝማሬ መላእክቲ የስምዐልና❤ኣሜን ኣሜን ኣሜን

  • @mebitigraweyti
    @mebitigraweyti ปีที่แล้ว +7

    እንካዕ ብሰላም መጻእካ ክብር ሓውና ጥዑም ልሳን አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላአክት የስመዐና♥️♥️👏🤲

    • @GeweMuiu
      @GeweMuiu 8 หลายเดือนก่อน

      ኣሜን ኣሜን ኣሜንዝማር መላኣክት የሰመዓና

  • @leteberhangebrihiwata1257
    @leteberhangebrihiwata1257 ปีที่แล้ว +1

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስምዓልና ተባረክ ፀግኡ የብዝሓል እዝጋኣቢሄር ኣምላክ

  • @eduedu332
    @eduedu332 ปีที่แล้ว +4

    እሰይይይይ እንኳዕ ደሓን መፃካና ዘማሪ ድ/ን ክብሮም ሓውና ፀግኡ የብዘሐልካ ብጣዕሚ ደስ ልብል ኣዕፅምቲ ዘለምልልም ዝማሬ
    ብቋንቋና ስለ እትዝመረልና የቀንየልና
    ክቡር ሓውና ዝማሬ መላእኽቲ የስምዐልና 🙏🙏🙏❤❤❤

  • @hiwetgirmay1559
    @hiwetgirmay1559 ปีที่แล้ว +1

    Zmare melaekti yesmealna kbur hawuna zemari kubrom EGZABHER AMLAK xegu yebzehalka

  • @rahwabelay5497
    @rahwabelay5497 ปีที่แล้ว +5

    ዝገልጸሉ ምንም ቃላት የብለይን ክብሮም🙏
    ብቻ ልዑል ኣምላክ ዘመን ኣገልግሎትካ ይባርክ:ዝማሬ መላእክት የስመዓልና
    ኣዝዩ ደስስስ ዘብል ስራሕ ኣምላኽ ይመስገን

  • @IsraelMosazghiLebasiOrthodox
    @IsraelMosazghiLebasiOrthodox 5 หลายเดือนก่อน +1

    May jesus christ bless you and keep you safe Amen Amen Amen.

  • @agaziantigray835
    @agaziantigray835 ปีที่แล้ว +6

    ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ዲያቆን ዘማሪ ክብሮም በረከቱን ፀግኡን የብዝሕ❤❤❤

  • @kidan5256
    @kidan5256 ปีที่แล้ว +1

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላኣክቲ የስመዐልና ፀጋ በረከቱ የብዘሐልካ ኣብ ቤቱ የፅንዕካ ኣገልግሎት ዘመንካ ይባረክ ድያቆን ክብሮም ክብር ሓውና🙏🙏🙏💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒🙏❤❤❤❤😘😘😘😘🌿🌿🌿🌿🌿🌿🌿🕊🕊🕊🕊🕊🕊🕊🕊🕊🕊🕊🕊🕊🕊🕊🕊

  • @tewahdochannl
    @tewahdochannl ปีที่แล้ว +5

    ኣሰይይይይይ ብሓቂ ልብኻ ዘጥልል መዝሙር ዝማሬ መላእክት የስማዓልና ፀጋ በረከት የዝሓልካ እግዚአብሔር ኣምላክ ዲያቆን ሓወይ

  • @selam011
    @selam011 ปีที่แล้ว +4

    ዝማሬ መላእኽቲ የስመዐልና🙏🏽🥰🥰🥰

  • @John..15061
    @John..15061 ปีที่แล้ว +7

    ኬቢ ሐወይ አምላኽ ይባርኽኻ ፀጋኻ ይብዝሕ።አምላኽና ይመስገን❤❤❤

  • @tsgeselamyoutube8746
    @tsgeselamyoutube8746 ปีที่แล้ว +3

    ዝማሬ መልአከ እግዚአብሔር የስመዓልና ድያቆነይ አለሻካ ገሪሙኒ 😢😢😢

  • @rebuniyahweh8116
    @rebuniyahweh8116 ปีที่แล้ว +5

    ዝማሬ መላእክት የስመዓልና🙏🙏ዘመን ኣገልግሎትካ ይባረክ ክቡር ሓውና ዘማሪ ዲን ኬቫ:

  • @yordanosandemichael2450
    @yordanosandemichael2450 ปีที่แล้ว +2

    Enqae dehan metsakha Diakon kubrom hawna zmare melaekt yesmealna Ezgabihier nay agolgulot zebenka ybarkh tsegu yebzhalka amen.

  • @hanit630
    @hanit630 ปีที่แล้ว +7

    አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መልኣኽቲ የስመዐልና ድያቆን ዘማሪ ክብሮመይ ብጣዕሚ ደስ ዝብል መዝሙር እግዚኣብሔር ኣምላኽ ብዕድመን ብጥዕናን ይሓልወልና ዝፈትወካ ኩቡር ሓወይ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @helohe4703
    @helohe4703 ปีที่แล้ว +1

    𝙯𝙞𝙢𝙖𝙧𝙚 𝙢𝙚𝙡𝙖𝙮𝙠𝙩𝙞 𝙮𝙖𝙨𝙚𝙢𝙖𝙡𝙚𝙣🤲🤲

  • @meri.tigraweti
    @meri.tigraweti ปีที่แล้ว +4

    ዝማሬ መላእክቲ የስመዕልና ዲያቆነይ ፍረ ትግራይና💛❤ፀጉኡ የብዘሐልካ

  • @tesifaxibah
    @tesifaxibah ปีที่แล้ว +6

    አሜን፫ ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ክቡር ሓወይ ልቢ ዝትንክፍ💔 ጥዑም መዝሙር ፈጣሪ ይመስገን🎤🕊🕊🕊💞💞💞

  • @Grmawittube
    @Grmawittube ปีที่แล้ว +4

    አሜን አዕፅምትኻ ዘለምልም ሙዝሙራት ዝማሬ መላእክት የሰምዓልና ድያቆነይ እግዚአብሔር አምላክ ንኦቦና ቅዱስ ዳዊት ዝማሬኡ ምስጋኑኡ ከም ዝተቀበለ ንዓኻውን ምስገናኻ ይቀበለልኻ ዝሓወይ ፆሎት እመ አምላክ ምሰካ ይኩን እናወደሰኻ እናዘመርኻን የንብርኻ 💕🙏💕

  • @birktilebasi7406
    @birktilebasi7406 ปีที่แล้ว +1

    Amen amen amen zmari mlakti ysmalna zehawey 🙏🙏🙏💕❤💕❤

  • @zxzx6334
    @zxzx6334 ปีที่แล้ว +4

    ❤❤❤እንኮዕ ሰላም መፃካልና ድያቆነይ ክንፅበ ኢና ቀኒና እንኮዕ አጀሚሩ ብሰላም አፈፀመካ ክብሩ ድያቆነይ ሓውና ቃል ሂወት የስማዓልና

  • @salammohammedgg4564
    @salammohammedgg4564 ปีที่แล้ว +2

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ፀግኡ የብዘሐልካ ክቡር ዲያቆን ክቡሮም ❤

  • @aizabfesutm5242
    @aizabfesutm5242 ปีที่แล้ว +6

    አንኳዕ ብሰላም መጽኩም ክቡር ሓውና ክብሮም ተመስገን🙏🙏♥❤ ዝማሬ መላእክት የስምዓልና🙏🙏😘💘💝

  • @ሚሒራጋልተዋህዶ
    @ሚሒራጋልተዋህዶ ปีที่แล้ว +2

    እንኳዕ ብሰላም መፃእካ ክቡር ሓውና ዲያቆን ክብሮም አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ናይ ዘመን ኣገልግሎትካ እግዚአብሔር ኣምላክ ይባርኽ አሜን አሜን አሜን👏

  • @SOLYANA434
    @SOLYANA434 ปีที่แล้ว +5

    ቃደሞይቲ ባዕለይ😃 ተመሠገን እንኳዕ ኣፈፀመኩም ዲያቆን ሓወይ ደሰ ዝብል መዝሙር ዝማሬ መላእክት የሰመዐልና ዝገበርካለይ ነገር ብዙሕ እዩ ንዓይ😥🥰🥰🥰 ብሓቂ ደሰ ዝብል መዝሙር ናይ ኣልግሎትኩም ዘመንኩም ይባረክ🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰

    • @ማናመኮነንYouTube
      @ማናመኮነንYouTube ปีที่แล้ว +1

      ምስጋናኪ ይብዛሕ ሳብስክራይብ ግበርኒ

    • @SOLYANA434
      @SOLYANA434 ปีที่แล้ว

      @@ማናመኮነንTH-cam እሸኒ ክብረተይ ንዓይ ለ ግበሩለይ ኩልኩም ፍቁራት ኣሕዋተይ🥰🥰🥰❤🙏

  • @kbrom1570
    @kbrom1570 ปีที่แล้ว +1

    Ezgaebuhir ymesgen kndey dessss zbul mezumur 🙏🙏🙏eu dyakin hawun enpae buselam metsaeka🥰

  • @arsemagerezgiher3985
    @arsemagerezgiher3985 ปีที่แล้ว +2

    Amen Amen Amen zmare melaekt yesmalna Egzabiher Amlak xega yebzh 🙏🙏🙏

  • @ggdhdbfhamenamenamen6583
    @ggdhdbfhamenamenamen6583 ปีที่แล้ว +4

    ዝማሬ መላእክት የስመኣልና ፀጉኡ የብዘሓልካ እግዛብሔር አምላክ ድያቆን ሓውና

  • @selamselam2084
    @selamselam2084 ปีที่แล้ว +3

    አሜን ፫ ዝማሬ መላእክት የሰመዓልና ክብር ሓወይ እግዚአብሔር አምላክፀጉኡ የብዘሓልካ

  • @saadasaa4006
    @saadasaa4006 ปีที่แล้ว +6

    ዝማሬ መላእክት የሰመዓልና ክብር ሓወና ❤

  • @ሶልጋልትግራይ
    @ሶልጋልትግራይ ปีที่แล้ว +4

    ዕልልል ዝማሬ መላእኽቲ የስምዐና ፀጉኡ የብዝሐልኹም ኩቡር ኣያና ኣሜን🙏🙏🙏💒❤❤❤💐

  • @GgGg-sw5yi
    @GgGg-sw5yi ปีที่แล้ว +4

    ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ክቡር ሓውና ዲያቆን ክብሮም ጸግኡን በረከቱን አብዚሑ ይዓድልካ ክቡር ሓወይ አብ ቤቱ የንብርካ

  • @Tigraweyti231
    @Tigraweyti231 ปีที่แล้ว +6

    ዝማሬ መልኣኽት ያስማዓልና ክቡር ድያቆን ሓወይ!🥰

  • @hableyoutube5595
    @hableyoutube5595 ปีที่แล้ว +6

    ኣግልግሎትኻ ይባረክ ክብሻ ሓዉይ❤❤
    ኣምላከ ቅዱሳን ኣይፈለኻ ቀራንዮ ዝውስድ ዝማሬ ቡርኸይ ❤💠🙏

  • @merigaltewahdo1460
    @merigaltewahdo1460 ปีที่แล้ว +4

    ዝማሬ መላእክቲ የስመዐልና ድያቆነይ❤
    ኣብ ቤተ እግዚአብሔር የንብርካ

  • @Dani-q1x
    @Dani-q1x 10 หลายเดือนก่อน +3

    Zemari diyakon kibrom hawina btaemi tuem mezmur zmare melaekit yesmelina besmeab nay behaki hakena nay nisiha mezmur hade kab hade semeka zeytstegib mezmur edmen tienan yihabika kulom mezmuratika riznet gitmomin zemeomin behaki yedenik kemiti tigrina gena ab mebay zelo aymeslin tuem mezmur khabakha bizuh ena nitsbe kihalifo leybelikhu kulu halifu nibat kulina tehabisu hagerina selam koynu bkudus kalun bmezmurin Egziabher kenemesgin kudus fkadu yikhun behaki libikha btemesto kudus abona egziabher ririhti adena kidisit dingil maryam abotatina kudusan ketemegn eyom kulom mezmuratika zgebru zmare melaekit yesmelina🙏🙏🙏

  • @ሂወትጓልተዋህዶ-ጸ1ጸ
    @ሂወትጓልተዋህዶ-ጸ1ጸ ปีที่แล้ว +2

    እንካዕ ብሰላም መፃእኻ ዲያቆነይ አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ጸግኡ የብዘሐልካ ቅዱስ እግዚአብሔር ኣምላኽ

  • @saiful_rana5075
    @saiful_rana5075 ปีที่แล้ว +4

    እንኳዕ ብሰላም መፃእካ ደስ ባሃሊ መዝሙር ዕልልልልልል ዕልልልልልልልል ዕልልልልልልልልል ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ፀጋኡ ያብዘሐሊካ እግዝኣብሔር ኣምላክ ዲ ክብሮም ኣይትጥፈአና

  • @rgbergbe6881
    @rgbergbe6881 ปีที่แล้ว +5

    ብሓቂ ብጣዕሚ ደስ በሃሊ እግዚአብሔር አምላክ ፀጉኡ የብዘሓልካ ዝማሬ መላእክት የስምዓልና ክቡር ሓውና 🙏🙏🙏❤

  • @tigraweyti7855
    @tigraweyti7855 ปีที่แล้ว +2

    አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላእክት የስመልና ጸጉኡ የብዘሐልካ እግዚአብሔር አምላክ ናይ አገልግሎት ዘመንካ ይባርከልካ ክቡር ሓዉና ዲያቆን ወመዘመር

  • @bettytesfaye7181
    @bettytesfaye7181 ปีที่แล้ว +3

    አሜን አሜንን አሜንንን ዝማሬ መላእክቲ የስምዐልና ሓወይ 😍🥰❤️🙏