ኣብ ዘይመንጠቢትካ ኣይተእትው ኢድካ

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 23 ม.ค. 2025
  • ORTHODOX TEWAHDO CHURCH PREACH

ความคิดเห็น • 149

  • @user-dn6ny5ul2b
    @user-dn6ny5ul2b 20 วันที่ผ่านมา +8

    ብጣዕሚ ዝገርም ኢዩ ከምዚ ዝበለ ንዕቅት ኣይራኩን ብዝኮነ ኩሉ ኣማኒ ክርስትያን ብትሪ ክንኩንኖ ይግባና፡ክብረት ይሃበልና ኣቦና፡

    • @mulukidane3798
      @mulukidane3798 20 วันที่ผ่านมา +1

      Kindey abune selama alo 1 Wey 2 tigray Keshi Ab 17 kiflezemen zimexe hasawi Eu ziblu semie

    • @haqiwalatmrer7739
      @haqiwalatmrer7739 20 วันที่ผ่านมา

      ነየናይዩ ክኹንኖ ? ኒኢየሱስ ክርስቶስ ዶ ተዛሪቡዩ ? ብዛዕባ ፍትሃነገስት መጽሓፍ ናይ ሓሶት ድርሰዩ ዝተዛረበ። እቲ መጽሓፍ ኣንብቦሞ ሹዑ ኮንኖ።ናይ ሽዋ ተመጻዳቂ እንተዘይኮንካ ማለተየ።

    • @haqiwalatmrer7739
      @haqiwalatmrer7739 20 วันที่ผ่านมา

      ሃለውለው ካብ ትብል።ብዛዕባ መጽሓፍ ነገስት እዩ ተዛሪቡ፡ብዛዕባ መጽሓፍ ቅዱስ ኣይተዛረበን።
      ደቂ ሽዋ ዘደረስዎ ናይ ሓሶት መጽሓፍ፡ክዛረብ መሰሉ እዩ።ኣሓዋት ኦርቶዶክስ ኣቦያተ ክርስትያን ዘይፈልጦኦ መጽሓፍ ክትውከል ኣይምተገበኣካን።

  • @okubugebrekidan491
    @okubugebrekidan491 20 วันที่ผ่านมา +1

    ኢሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂዉት የስምዕልና ኣቦና እቶም ምስኡ ዘለዉ ስቅ እሎም ዝእርእይዎ ይመስሎ ኣሎ ብሕቂ ዕሽነት እዩ

  • @merihyohanns2585
    @merihyohanns2585 19 วันที่ผ่านมา

    ብጣዕሚይ ደስ ዝብል ተግሳጽ ኢዩ ኣቦና እዚይ ብትዕቢት ዝሰኸረ ዕሱብ ፍንፉን ኢዩ ነዊሕ ግዜ ኣይ ጸንሕን ኢዩ ደኒኑ ክበኪይ ክንርኦ ኢና

  • @simret.bereket6400
    @simret.bereket6400 19 วันที่ผ่านมา

    ክብርን ምስጋናን ንጎይታናን ኣምላኽናን መድሓኒናን ኢየሱስ ክርስቶስ ይኹን።ክብሪ ንቁዱሳኑ ይኹን።

  • @habeshaentertainment2740
    @habeshaentertainment2740 20 วันที่ผ่านมา

    ዕድመ ጥዕናን ይሃብኩም ኣቦና🎉🎉🎉🎉

  • @gideyfsahaye9076
    @gideyfsahaye9076 19 วันที่ผ่านมา

    Amen amen amen abona bhaqe wedu zemen bxehna 😢😢😢

  • @GenetTelklehaimanot
    @GenetTelklehaimanot 19 วันที่ผ่านมา

    ቃለ ሂወት የስመዓልና ኣቦና

  • @ZakiHopemarry
    @ZakiHopemarry 20 วันที่ผ่านมา +3

    በጃኹም ኦርቶዶክሳውያን አቦታት ከምዚ ስሕተት ዘረባ ክዛረቡ ከለዉ ብቕልጡፍ ምላሽ ክትህቡ ብትሕትና ንሓትት እዚ አወል ዝበሃል ሰብ ከኣ ይቕሬታ ክሓትት ኣለዎ ስለ ዝሃብኩምና ምኽርን ተግሳጽን ከኣ ክብሪ ይሃበልና❤❤❤

  • @danielhabtom-tk6ex
    @danielhabtom-tk6ex 20 วันที่ผ่านมา

    ኣቦና ቃል ሄወት የስመዓልና

  • @FakerYassminal
    @FakerYassminal 20 วันที่ผ่านมา

    ቃለ ሂወት ያስመእልና አቦና

  • @alemkaygeza3458
    @alemkaygeza3458 20 วันที่ผ่านมา

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን

  • @ኤረናጻዕዳዕባይገጠርቖሓይ
    @ኤረናጻዕዳዕባይገጠርቖሓይ 21 วันที่ผ่านมา +2

    ቃለ ህወት የስማዓልና ኣቦና

  • @TeameGebreyohans
    @TeameGebreyohans 20 วันที่ผ่านมา

    ‼️Gallery of St Tekle‼️ Part 1⃣
    (ብምኽንያት ልደት አቦና ናይ ሥዕሎም ጋለሪ እንሆ ንብለና)
    📌 ኣብ ቤተክርስቲያንና ዝነበሩን ዘለውን ናይ አቡነ ተክለሃይማኖት ቅዱሳት ሥዕላት እንትነፅንዕ ብ3 መልክዑ ተስኢሎም ንረኽቦ።
    1⃣ ካብ 15-16 ክ/ዘ የተስኣሉ ቅድመ ጎንደር (Pre-Gondorian) ሥዕላት:- እዞም ሥዕላት ብዋናነት ናይ አቡነ ተክለሃይማኖት ናይ መጀመርታ ሂወት ማዕከል ገይሮም ዝተስኣሉ እዮም። በዚ ድማ እንትስእሉዎም 6 ክንፍ እንተይገበሩ፣ እግሮም እንተይተሰበረ የርእዩ።
    2⃣ ካብ 17 ክ/ዘ - 18 ክ/ዘ ዝተስኣሉ ሥዕላት:- እዞም ሥዕላት ብዋናነት ናይ አቦና ቕድሚ በዓቲ ዓፅዮም ምጽላዮም ዘርፍ ዝነበሩ ናይ ስብከተ ወንጌል ህይወት ማእከል ገይሮም ዝተስኣሉ እዮም። ስለዚ ድማ እንትሰኣሉ 6 አክናፍ ሒዞም (ምስ 2 እግሮም፣ እግሮም ቅድሚ ምስባሩ) ዘርእዩ እዮም።
    3⃣ ድሕሪ 18ኛው ክ/ዘ ዝተስኣሉ ሥዕላት:- እዞም ሥዕላት ሎሚ ብኣብዝሓ እንጥቀመሎም ዓይነት እንትኾኑ፣ ናይ ብጹዕ አቦና ካብ መጀመርያ ክሳብ ዕረፍቶም ዘሎ ሕይወት ጠቕሊሉ ዝሓዘ እዩ። እዞም ሥዕላት እንትሰኣሉ 6 አክናፍ ሒዞም፣ 1 እግሮም ተሰይሩ ዘርእዩ እዮም።
    ✅ ንሎሚ ካብቶም አክናፍን ስብረት እግርን ዘየርእዩ ናይ ጥንቲ ሥዕላት ( የ15-16 ክ/ሥዕላት) ከሀውፀኩም። እዞም ሥዕላት ኣብ ሙሉእ ኢ/ያ ካብ ዘለው ገዳማትን አድባራትን ብራናታትን ዝተኣከቡ እዮም።
    #ልደት_አቡነ_ተክለሃይማኖት
    ©Binyam ZeChristos ታሕሳስ 24 - 2017

  • @saragebrehanise606
    @saragebrehanise606 20 วันที่ผ่านมา

    Kale hiwet yesmaalna Abona. Zebene agegleltkum ybarek.

  • @tigestsemereab7880
    @tigestsemereab7880 20 วันที่ผ่านมา

    ቃለ ህይወት የስማዐልና ኩቡር አቦና።ን ኦርቶዶክስ ሰላም የብዛሓላ ።እንተ ን አወል ልቦና ይሃብካ ።ዐርፍካ ተቀመጥ ግዜካ ከተብቅዕ ቀሪባ እያ ።

  • @TeameGebreyohans
    @TeameGebreyohans 20 วันที่ผ่านมา

    ‼️Gallery of St Tekle ‼️ Part 2⃣
    📌ሐዚ ድማ ካብ 17 ክ/ዘ - 18 ክ/ዘ ኣብ ዘመነ ጎንደር (Gonderian Icons) ኣብ መላእ ኢትዮጵያ ዝተስኣሉ ናይ አቡነ ተክለ ሃይማኖት ሥዕላት ምስ 6 አክናፍን፣ ምስ 2 ኣእጋሮምን ዝተስኣሉ ንርአ።
    ጠቅላላ ናይ አቡነ ተ/ሃይማኖት ሥዕላት ኣብ 3 ይኽፈሉ።
    1⃣ ካብ 15-16 ክ/ዘ የተስኣሉ ቅድመ ጎንደር (Pre-Gondorian) ሥዕላት:- እዞም ሥዕላት ብዋናነት ናይ አቡነ ተክለሃይማኖት ናይ መጀመርታ ሂወት ማዕከል ገይሮም ዝተስኣሉ እዮም። በዚ ድማ እንትስእሉዎም 6 ክንፍ እንተይገበሩ፣ እግሮም እንተይተሰበረ የርእዩ።
    2⃣ ካብ 17 ክ/ዘ - 18 ክ/ዘ ዝተስኣሉ ሥዕላት:- እዞም ሥዕላት ብዋናነት ናይ አቦና ቕድሚ በዓቲ ዓፅዮም ምጽላዮም ዘርፍ ዝነበሩ ናይ ስብከተ ወንጌል ህይወት ማእከል ገይሮም ዝተስኣሉ እዮም። ስለዚ ድማ እንትሰኣሉ 6 አክናፍ ሒዞም (ምስ 2 እግሮም፣ እግሮም ቅድሚ ምስባሩ) ዘርእዩ እዮም።
    3⃣ ድሕሪ 18ኛው ክ/ዘ ዝተስኣሉ ሥዕላት:- እዞም ሥዕላት ሎሚ ብኣብዝሓ እንጥቀመሎም ዓይነት እንትኾኑ፣ ናይ ብጹዕ አቦና ካብ መጀመርያ ክሳብ ዕረፍቶም ዘሎ ሕይወት ጠቕሊሉ ዝሓዘ እዩ። እዞም ሥዕላት እንትሰኣሉ 6 አክናፍ ሒዞም፣ 1 እግሮም ተሰይሩ ዘርእዩ እዮም።
    #ልደት_አቡነ_ተክለሃይማኖት
    @Binyam ZeChristos ታሕሳስ 24 - 2017

  • @kidanekidane-du7rd
    @kidanekidane-du7rd 20 วันที่ผ่านมา +1

    Kale hiwet yesmealna

  • @tesfuniguse1337
    @tesfuniguse1337 20 วันที่ผ่านมา

    welhanti aybelen, zereba aytegawuhu. wuhwuh aytbelu::

  • @GrmayTewelde-vi2fm
    @GrmayTewelde-vi2fm 20 วันที่ผ่านมา

    🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏amien qal hiwet yesmalna

  • @filmonhibtzghi3832
    @filmonhibtzghi3832 20 วันที่ผ่านมา

    Amen Amen amen 🙏 🙏🙏

  • @Tewahido-on2721sg
    @Tewahido-on2721sg 20 วันที่ผ่านมา

    Amen Amen Amen qal hiwet yesmlan Abona

  • @brbibl
    @brbibl 19 วันที่ผ่านมา

    abona ms mulu kbret degimkum reaywa kibret yhabley selam ❤

  • @nahomteweldebrhan1200
    @nahomteweldebrhan1200 20 วันที่ผ่านมา

    Amen amen amen

  • @tsigeasfaha9942
    @tsigeasfaha9942 20 วันที่ผ่านมา

    ኣወል ስዒድ ይኹን ንስኹም መረሳሰኒ ምኽኒት ኢኹም ጌርኩምዎ ኣለኹም። ብዝተረፈ፡ ፍትሓ-ነገስት ቅዱስ መጽሓፍ ክኸውን ኣይኽእልን። ሽሙ ባዕሉ ምስክር ኢዩ። ናይቲ ዓለማዊ ንጉስ ደኣ'ምበር ናይ ሰማያዊ ንጉስ ሕጊ ኣይኰነን።

  • @tesfaslasiewelderufael94
    @tesfaslasiewelderufael94 20 วันที่ผ่านมา +3

    አወል ዝተዛረቦ ንሃገር አብ ዝትንክፍ እዩ ተዛሪቡ እሞ አብቲ ጌጋ አቶኪሮም እንተዝዛረቡ ምሓሸ ፡

  • @habensisay3769
    @habensisay3769 20 วันที่ผ่านมา

    Kale hiwet yesmalna kubur abona ❤❤❤

  • @merewahenrico5266
    @merewahenrico5266 20 วันที่ผ่านมา

    🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏

  • @abanoubrusomeritrea1787
    @abanoubrusomeritrea1787 20 วันที่ผ่านมา

    ❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉 nhamonetka mwudaq xddqi eyu

  • @SEB_SELAM_MEDIA1
    @SEB_SELAM_MEDIA1 20 วันที่ผ่านมา +2

    🎉❤❤👍👍✌️✌️

  • @weinikeleta3461
    @weinikeleta3461 20 วันที่ผ่านมา

    Ageb ageb ageb haymanotina Yegehas also💔💔💔😭😭😭🙏🙏🙏✝️✝️✝️::

  • @NguseTtsion
    @NguseTtsion 20 วันที่ผ่านมา

    ቅድስት ቤተክርስትያን ናይ ቅዱሳን ጻድቃን ተኽብርን ተብዕልን ኢያ እዚ ድማ ቅዱሳን ጻድቃን ምእንቲ መንግስተኣምላክ ክብሉ ካብ ዓለምን ፍትወታን ተፈልዮም ፍቓድ ስጋኦም ንፍቓድ ነፍሶም አግዚኦም ብጾም ብጸሎት ብስግደት ብምናኔ ጸኒዖም ኣሰር ክርስቶስ ስለ ዝሰዓቡ ኢያ:ከምቲ ቅዱስ ጳውሎስ ዝበሎ ሰኣኑ ጸበቦም ሓሳረ መከራ ጸገቡ ዓለም ንዓኣቶም ዘይትበቅዕ ስለዝኾነት አብ ምድረበዳን በዓታትን ኣብ ጎዳጉዲ ምድርን ኮለል በሉ❤

    • @NguseTtsion
      @NguseTtsion 20 วันที่ผ่านมา

      ከይተረድኣኒ ሃሪመያ የቅሬታ:ዕብ (11,37-38)ኩሉ ፈተና ዓለምን ሰጊሮም ንክርስቶስ ስለዘስመሩ ዓስቢ ገነት መንግስተሰማያት ዝረኸቡ ከምኡውን ነዓና ንደቂ ሰባት ናይ ድሕነት ቃል ኪዳን ስለዝተቀበሉ ቅዱሳን ጻድቃን ንብሎም ።

  • @RobelBokretsion-eb5sd
    @RobelBokretsion-eb5sd 20 วันที่ผ่านมา +3

    ኣሜን ኣሜን ኣባ ቀሺ ቃል ሂይወት የስምዓልና፡ ብሱል ውሕሉል ምቅሉል መልእኽቲ፡ ይቅሬታ ኸኣ ክሓትት ኣለዎ። ብዛዕባ እቲ ናይ ውልቀ ሰብ መጽሓፍ ቁርኣን ከማን ተሸኪሙ፡ ኣሚንሉ ይኸይድ ኣሎ።
    እምበር እዚ ንጹር መምርሒ ቅድስት ቤተ ክርስቲያን ፍትሓ ስጋውን ፍትሓ መንፈሳውም ዩ።

  • @MetachnMetachn
    @MetachnMetachn 20 วันที่ผ่านมา

    በጣዕሚ ጸሪፉና
    እንተኾነ ግን ከማኹም መልሲ ዝህቡ ሓቂ ዝስተምሩ ብምህላውና ብጣዕሚ ደስ ይብለኒ

  • @tekakesete964
    @tekakesete964 20 วันที่ผ่านมา

    Amen gal hewat yasman

  • @ghenetwaldiamrayan5102
    @ghenetwaldiamrayan5102 20 วันที่ผ่านมา

    ንሙሳ አስላማይ አምላኸ ቀይሕ ባሕሪ ከፉቱሉ

    ንሙሴ ኪሪሰትያን አምላኸ ቀይሕ ባሕራ ከፉቱሉ.
    ስለዚ ኪልተ ቀይሕ ባሕሪ, ኪልተ አምላክ አሎ ማለት ዲዩ

  • @hallwaqaino1662
    @hallwaqaino1662 20 วันที่ผ่านมา

    አወል እወል እወል ምኩሕ ኤርትራዊ።ነገር እይትቶኻትኽ።ማሀራይ ቶኾንካ ነዞም ዝተሐራረዱ ዘለዉ አብ ልቦም ምለስ

  • @berekettsegay199
    @berekettsegay199 20 วันที่ผ่านมา

    TEKEZEF Awel Ktshna ika Aytksen

  • @kbromyemane3490
    @kbromyemane3490 20 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤

  • @habeshaentertainment2740
    @habeshaentertainment2740 20 วันที่ผ่านมา

    ኣሰዊዶሞ እንዲዮም። ጽንሕ ኢሎም"ውን ካብ ቤ/ት ክርስትያን ከውጽዎም ኢዮም።

  • @ተመስገን-2022
    @ተመስገን-2022 20 วันที่ผ่านมา +1

    ኣወል ስዒድ ተጋግዩ እዩ እንተኾነ ግን ናይ ብሓቂ ኣይኮነን ተጋግዩ :: ጌግኡ ድፍረት ዩ ::እቲ ናይ ብሓቂ ኣይተጋገየን ዘበለኒ ግን እዚ መጽሓፍዚ ዝተወገዘ ዶ ኣይኮነን ?

  • @tesfaslasiewelderufael94
    @tesfaslasiewelderufael94 20 วันที่ผ่านมา

    አወል እኮ ብዛዕባ መጽሓፍፈ ነገስት አንቢቡ አብቲ ጌጋ ናይ ምዝራብ ዝኽልክሎ ሕጊ የለን ፡ እንታይ ደአ ንስኹም አባ አብቲ ሓቅነት ተሞርኪሶም ጥራይ እዮም ከስተምህሩ ዝግባእ ፡

  • @merkebnaynoh
    @merkebnaynoh 20 วันที่ผ่านมา

    Nklitiom teklehaymanot glexulna

  • @brhinfirst5218
    @brhinfirst5218 20 วันที่ผ่านมา +2

    Awel mestiyatina eu elom zimogosiwo entay zeygebere eske hiji ageb ybeluwo.

  • @merygualkeren
    @merygualkeren 20 วันที่ผ่านมา +1

    Awel seid ezi elu elkum kochkoch aytibelu.

    • @mogosbeyene392
      @mogosbeyene392 20 วันที่ผ่านมา

      gualta nejis mebelet: gual negaday mehamod diki.qdusan abotatna eko eyom texerifom.

  • @ghenetwaldiamrayan5102
    @ghenetwaldiamrayan5102 20 วันที่ผ่านมา

    አቡነ ተኪለሀይማኖት አይበለን .
    ንአፄ ተክለሀይማኖት ኢዩ ኢሉ.

  • @teamrgomida7834
    @teamrgomida7834 20 วันที่ผ่านมา +2

    ካብ ቀሺ ከዳዕ ካብ እኽሊ በጥራዕ የጥፍእ!

    • @weyniissac2053
      @weyniissac2053 20 วันที่ผ่านมา

      Rip 😭😭😭😭😭

  • @DawitIsaak-tb3xd
    @DawitIsaak-tb3xd 20 วันที่ผ่านมา

    👍👍👍👍🥰🥰🥰🙏🏼

  • @merkebnaynoh
    @merkebnaynoh 20 วันที่ผ่านมา

    Bzaeba fthaneges etekoynu kea negstat n debtereatatn nmntay abti mexhaf texahifom glexulna abona knxbeyekum ena melci ktbuna

  • @BiniyamAbrehaley
    @BiniyamAbrehaley 20 วันที่ผ่านมา +1

    Amen ❤❤❤❤

  • @ghenetwaldiamrayan5102
    @ghenetwaldiamrayan5102 20 วันที่ผ่านมา

    አፄ ተክለሀይማኖት ዝብል አብ ታሪክ አብ ኢትዩጰያ አሎ.
    አወል ኤሪትራዊ ጌጋ ኮይኑ
    ወያኔ ኪትገልጾ ከሎ ኪአ ጽቡቅ መናፈስ ኮይኑ.ደሐር ክአ ገብረኪዳን ኪዛረቦ ከሎ ኪንዲዚ ነዱርኩም አይተዛረብኩምና ስለምንታይ
    አብዛ ዩቱብ ዘለኩ መንፈሳወያን አይኮንኩምን .

  • @ghenetwaldiamrayan5102
    @ghenetwaldiamrayan5102 20 วันที่ผ่านมา

    ማቲዎስ 9
    አብ ቁጺራ 4,5 አንብቡ ናይ በሐቂ መንፈሳወያን እንተኮንኩም.
    ደሐር ኪአ ከብዲ ሕቆን ኢና ኢልኩም
    ስለዚ አምላኸ ሲ ከብዲ ሕቆን ኮይና ኪንነብር ፈጢሩና ማለት ዲዪ
    አቦና አብርሀም መጀመሪያ ወዱ እሽማኢል ኢዪ ኢቲ ካልአይ ወደኪአ ያዕቆብ ኢዩ
    እዞም ሐደ አቦ ዘለዎምን ከብዲን ሕቆን ገሪሙኒ

  • @sawrawidegans2900
    @sawrawidegans2900 20 วันที่ผ่านมา

    Mska tehadso eika awalde mexhafti ayamnn eye eika tbl hiji deae entay mnnin tbl

  • @YohannesSelam
    @YohannesSelam 20 วันที่ผ่านมา

    Xadk aybelen aba eyu elu

  • @AwetTeckle
    @AwetTeckle 20 วันที่ผ่านมา

    Aseyasyu zlliaiko

  • @AbrahamGebreamlak-u7z
    @AbrahamGebreamlak-u7z 20 วันที่ผ่านมา

    ሓሰውቲ ለካቢት መዳናገርቲ ኮይንኩም እምበር እንታይ ዳ ንመምህር ገብረኪዳን ደስታ ዘይተቃወምኩሞ :: ሕጂ ቁጭቁጭ ትብሉ ዘለኩም?

  • @efyabrha9839
    @efyabrha9839 20 วันที่ผ่านมา

    እቲ ኣብ ቁራኣኑ ዘሎ ናይ ነቢ መሓመድ ዝብሎ ግዳይ ዘየዕሪ ንካፍር ኣላህ ዋኣክበር እዳበልካ እተቀትልካ ኣብ ገነት ትኣትው ኢኻ ዝብል ቁራኣኑ የኢሪ ። ንደቂ ኣነስትዮ ናጽነት ዘይህብን ሓደ ወዲ ምስ ኣርባዕተ ኣንስቲ ክድቅስ ዝፍቅደለኡን ምስም ኣላህ ንካፍወይ ዘይ ኣማኒ እተቀቱሉ ኣብ ገነት ምስ 72 ደናግል ክትድቅስ ኢኻ ዝብል እምነት ሒዞም ብዛዕባ ቁዳስና ክዛረቡ ዓቅሚ የብሎም

  • @AbrehamTewelde
    @AbrehamTewelde 20 วันที่ผ่านมา

    entionios ketbl twel
    mejmera nay hezbe gezb mels

  • @AmbassadorAngelo
    @AmbassadorAngelo 18 วันที่ผ่านมา

    መጀመርታ ናይ ኢትዮጵያ ዝነበሩ እዩ ገሊጽ እን ተጋጊ ድማ ኣብዚኣ ተጋጊኻ ኣርማ ክትብሉ ትክኡሉ እኩም ካልኣይ ድማ ኣሰላማይ ይኩን ክርስትያት እንታይ ከይኑ ክሳብ ኤርትራዊ ዝኮነ ይምልከቶ እዩ ዘይምልከቶኩም ንስኩም ባዕሉኩም ናይ ክልልኩም ግበሩ እቶም ክርስቲያን ኬና ከማን ዘይንፍልጦ ብዛሓት እለና ሰስራሕና እንተገበርና ማሓሸ መሰለኒ ብግልጺ ክማጎተኒ ዘደሊ ድማ ኣነ እሉ ይጽሓፍ

  • @devewelyam9375
    @devewelyam9375 20 วันที่ผ่านมา

    Bmejemerya eta tigrgna kemey eya gerimna wala tgraway kun gn nab melsey kmexaka Abune teklehaymanot papas enber bzaba kuds Amnatekle aykonenn nmkanu kndey papas neuroma Ethiopia menemen ybahalu eske ngerena nska ezi bhaymanot tehabeikum tigray tiwet gdefuna

  • @Wedytvjobg
    @Wedytvjobg 20 วันที่ผ่านมา +2

    ባራዩ እንድዮም የሕንቂቀሞ ናብ ሃይማኖት ሰጊሩ

  • @mohammedsalih4995
    @mohammedsalih4995 20 วันที่ผ่านมา +1

    ንባዕላ እታ ኣርእሰቲ ጌርካያ ዘለኻ ናይ ምፍርራሕ እያ

    • @samidew5092
      @samidew5092 19 วันที่ผ่านมา

      ኖእ ናይ ምፍርራሕ ኣይኮነን ኣብ ዘይእትወካ ኣይትዛረብ ማለትዩ።

  • @sawrawidegans2900
    @sawrawidegans2900 20 วันที่ผ่านมา

    Men tehalaqi orthodox garka nska ke

    • @abelaraya877
      @abelaraya877 20 วันที่ผ่านมา

      ኣፍካ ሓዝ ስዲ

  • @MehariTukue
    @MehariTukue 20 วันที่ผ่านมา

    ቃል ሂወት ይስምዓልና ኣቦና ❤❤❤

  • @negassih6042
    @negassih6042 20 วันที่ผ่านมา

    We need to report it to TH-cam immediately.

  • @merkebnaynoh
    @merkebnaynoh 20 วันที่ผ่านมา

    Ab etyopiya kndey tekle haymanot alewu abona melsulna bthtna melsulna

  • @biemnetbereket526
    @biemnetbereket526 20 วันที่ผ่านมา

    Dehan hade mealti bslki khanko u ezi nshutoy weledo.

  • @berhaneftwi468
    @berhaneftwi468 20 วันที่ผ่านมา

    ናይ ብሕቁ አንታይ አመልኽት ትክክል

  • @robelyoseph8963
    @robelyoseph8963 20 วันที่ผ่านมา

    Entay eka tibl nisikake naymen tahalaqi eka debtera

  • @senayommichele3341
    @senayommichele3341 20 วันที่ผ่านมา +1

    ጽቡቅ ድልዋኒክሙ ሃልዉ በኩሉ ግዜ ዝመለስኩም ኣቦ የቀንየልና

  • @gracemhari7716
    @gracemhari7716 20 วันที่ผ่านมา

    You need to leave the world game if you exactly believe in orthodox religion what will make you better than him if you repeat what he does god bless the world

  • @hallwaqaino1662
    @hallwaqaino1662 20 วันที่ผ่านมา

    አብ ጥቃ ትኪ ዘሎ ቆልዐ እይተብኪ።እንታይ ናብ እአስልላም ዘንጥር እሎካ

  • @dsegtjioojgvvfv
    @dsegtjioojgvvfv 20 วันที่ผ่านมา +2

    ኣየ ኣወል ኩርኩር ንተጋሩ ከጉህ ዝሓሰቦ ዋላ ንቶም መስትያትና ዝበሉዎ የሕርቆም ኣሎ😅 ብዝኾነ ኣወል ሕጅ ኣይኮነን ቅድም ሕጅዉን ፅልእ ኣለዎ እዩ።

  • @robelyoseph8963
    @robelyoseph8963 20 วันที่ผ่านมา

    Timbel ezi tblo asot eka niska keman entay tifelt kabaka ni awek sid yibelx hsur balka

  • @AbrehamTewelde
    @AbrehamTewelde 20 วันที่ผ่านมา

    anta eskake kea jemrka

  • @amanuelb8544
    @amanuelb8544 20 วันที่ผ่านมา

    ክልተ እግሪ አለኒ ኢልካ ብሀደ ግዜ አብ ክልተ ኦም አይድየብን !! ወድ ድሙ ዘይገድፍ ግብር እሙ ኮይኑካ እዮ ተጠንቀቅ ?

  • @robelyoseph8963
    @robelyoseph8963 20 วันที่ผ่านมา

    Chihmka anwihka qobi gerka nimen eka nay Ethiopia ablilena kixn afka exo adliyuka niuu rkebo aykonen nakawn knewardeka ena

  • @ኤሪሓዊጸጋ
    @ኤሪሓዊጸጋ 20 วันที่ผ่านมา

    ክገርመኩም እዚ ካህን ከኣ ናይሃይማነቱ ከይ ገብር ንኣወል ክካታተልን ክምልስን ዋይ ፍሉጥ ካብቶም ታሃድሶ ምካንካ ሓሰዊ መሲሕ

  • @samraawatta2484
    @samraawatta2484 20 วันที่ผ่านมา +2

    ጱንጱዋይ ኢዩ ትዛረቦ ዞሎኻ ኣንጳር ሃገር ካብሒጂ ንድሕሪት ህዝቢ ምዕሻው የለን

  • @Nataniya22
    @Nataniya22 20 วันที่ผ่านมา +1

    ብጣዕሚ ዝሕዝን አዩ ኣቦና።ንሱ ጥራይ ኣይኮነን ዝዛረብ ሓደ እዉን ኣሎ ኢድሪስ ዝበሃል ቅድሚ ሕጂ ኣብ ፈይስቡክ ህጂ ከኣ ኣብ ቲክቶክ ንመጽሓፍ ቅዱስ ዘየለ ትርጉም እንዳ ሃበ ሰብ ዝታልል ።ብታአሚ አዩ ዝሕርቀካ ብዛአባ እዚ ሰብ አዚ ዉን ገል በሉ።

    • @Redairise
      @Redairise 20 วันที่ผ่านมา

      ኢድሪስ እሞ ለይትን ቀትርን ኢዩ ንተዋህዶ ሃይማኖት ዝቕጥቅጥ

  • @helenamilab6272
    @helenamilab6272 20 วันที่ผ่านมา

    Abet bjaku aba keshi abune teklhaymanot xadk aykonen eilu ab tklhaymanot eu eilu nstewel beka wa .

  • @mulukidane3798
    @mulukidane3798 20 วันที่ผ่านมา

    An zigermrni kindey tidinkuru wedey entay teamnu keman aytifeltun 2 abune teklehaymanot alo neynay teamnu eti Amhara kila weygud

  • @YobelShumay
    @YobelShumay 20 วันที่ผ่านมา

    Awel Mesel Alewo Kezareb Mekenyatu Adieu Kerestian Eya Nesu Kea Temahiru U Mexehaf Kudus Nesu Kea Abune Teklehaymanot Aykonen ilu Aba tekelehaymanot u ilu Haqu U Kea Nay Gojam Zexehafewo U Nayhasot

  • @DebesayGebrekidan-rv4ok
    @DebesayGebrekidan-rv4ok 20 วันที่ผ่านมา

    ን ኣቦና ተኽለሃይማኖት ዝጸረፈ ምስ ሳጥናኤሌ እዩ ዝምድንኡ

    • @ermiastesf7298
      @ermiastesf7298 20 วันที่ผ่านมา

      @@DebesayGebrekidan-rv4ok ችዲ በለኪ

    • @YobelShumay
      @YobelShumay 20 วันที่ผ่านมา

      Awel Abune Teklehaymanot Aykonen ilu Aba Teklehaymanot U ilu 2 Teklehaymanot Eyom Zelewu Eti Hade nayhasot u Nay Gojam Eti Egru Zeteqorexe

  • @eriadijeganu746
    @eriadijeganu746 20 วันที่ผ่านมา

    Entay zebele musleynet eu abey dea nebrkum? Ety orthodox ketetfe alewa kebhale kelo?ety bet christan kelaxel alewo? Mexhaf kudus kekaxel eye kebhale kelo? Dehar able dema aba eu zebele abune aykonin elu

  • @simonkifleyesus3929
    @simonkifleyesus3929 20 วันที่ผ่านมา

    ምእንቲ ሓቂ ክሳብ ሞት እንትንሳኣሉ ሕጂ እዩ።

  • @Hanio-52
    @Hanio-52 20 วันที่ผ่านมา

    😢😢😢😢😢 ane ko btami eu zgermeni emo kea aslamay

    • @newera27
      @newera27 20 วันที่ผ่านมา

      ኣወል ኪኩነን የብሉን ። ምስ ክርስትያን እዩ ዓብዩ ፡ምክንያቱ ኣዲኡ ክርስትያን ኢያ፡ ምጽሓፍ ቅዱስ ተማሂሩ ኢዩ ኣብ ሉተራን ቤተምህርቲ።

  • @muslimeritrea
    @muslimeritrea 20 วันที่ผ่านมา

    ኣባ ቐሺ ንስኻዉን ኣብ 17:15 ብዛዕባ ዘይትፈልጦ ነብይ ሙሓመድ ዝንጠላ ወርዊርካ ስለዘለኻ ኣብዘይመንጠቢትካ ኢድካ ወዲኻ::

  • @Nmhar
    @Nmhar 20 วันที่ผ่านมา +2

    ኣወል ንህዝቢ ትግሪኛ ክፈላሊ ዩ ዕላምኡ!😢

    • @AbrahamTesfamariam-fz7vr
      @AbrahamTesfamariam-fz7vr 20 วันที่ผ่านมา

      ናይ መምህር ገብረኪዳን ቅድሚ ምሟቶም ምስ ብራኸ ሾው ዝገበርዎ ተመልኪትካዮ ዲኻ? ንሶም ክዛረቡ ከለዉ ግን ወልሓደ መልሲ ዝሃበ ኣይነበረን። ስለምንታይ ሕጂ ኣወል ተዛሪቡ ኢልካ ምዝራብ። ንሶም ዘይኮኑን ንህዝቢ ትግርኛ ኣቦ እዮም ትብልዎም

  • @ወዲሓረስታይ-ጠ3ዸ
    @ወዲሓረስታይ-ጠ3ዸ 20 วันที่ผ่านมา +4

    ኣወል ስዒድ ናይዛ ተዛረባ ዋጋ ክከፍለላ አዩ

    • @nahomteweldebrhan1200
      @nahomteweldebrhan1200 20 วันที่ผ่านมา +1

      nay gedn

    • @shipe6489
      @shipe6489 20 วันที่ผ่านมา

      @@ወዲሓረስታይ-ጠ3ዸ ሓለምቲ ኣወል ኣቡነ ተኽለሃይማኖት ኣይበለን ኣባ ተኽለሃይማኖት እዩ ዝበለ ኣወል ዝዛረቦ ዝፈልጥ መሴተዉዓሊ ሰብ እዩ ሃተፍተፍ ኣይትበሉ።

  • @hayleableake6873
    @hayleableake6873 20 วันที่ผ่านมา

    Dahan abona abti krdad mflay keniedmo ena atsfaru yneqel bealege guhaf

  • @nahomteweldebrhan1200
    @nahomteweldebrhan1200 20 วันที่ผ่านมา +1

    ❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉

  • @shipe6489
    @shipe6489 20 วันที่ผ่านมา +1

    ኣበይ እዩ እቲ ኣወል ስዒድ ብዛዕባ ተዋህዶ ሃይማኖት ዝተዛረበ?ካህን ተባሂልካ መሴቀል ሒዝካ ትምስክር ዘለኻ ኣቡነ ተኽለሃይማኖት ትብል ቃል ኣየዉጽኤን ኣባ ተኽለሃይማኖት እዩ ዝበለ ስለዚ ኣሴተዉዒልካ ተዛረብ።ብመንገዲ ሃይማኖት ክንደይ ክፍኣትን ተንኮልን ኣብ ዓለምና ይስራሕዩ።

    • @weyniissac2053
      @weyniissac2053 20 วันที่ผ่านมา

      Rip 😭😭😭

    • @wedibashay7272
      @wedibashay7272 20 วันที่ผ่านมา

      'ቲ ሓደ ኣወል ስዒድ!

    • @mogosbeyene392
      @mogosbeyene392 20 วันที่ผ่านมา

      ኣንታ ገልዳም እቲ እዝንኻ ኣይሰምዕን እንድዩ፥ወዲ ነጋዳይ መሓመድ እንተኾይንካ ኸኣ ንገረና ነዓል ዋሒድ።

  • @fikiriade1460
    @fikiriade1460 20 วันที่ผ่านมา

    Mehammed zixehafo Quran ke ab mengste semayat 72 anisti yigibeaka elu ahhh wedi jerfaff wejabat nay alem asheberti

  • @mulugeta481
    @mulugeta481 20 วันที่ผ่านมา

    Oh my god i can't believe this Goof he went too far

  • @gm5215
    @gm5215 20 วันที่ผ่านมา +1

    አወል ስዒድ መንቃላወጢ በላዒ ዘይናቱ

  • @merhawitkeleta5905
    @merhawitkeleta5905 20 วันที่ผ่านมา

    Kulatna riport ngber😢😢 mel
    Agexi aykonen kristena

  • @RORAYousef-vr8nv
    @RORAYousef-vr8nv 20 วันที่ผ่านมา

    Eseka ka tahatetka temels do

  • @Redairise
    @Redairise 20 วันที่ผ่านมา

    ይገርም ኢዩ ናይዚ ሰኽራም ኣስላማይ ስይ

  • @ሰሉጓልድንግልማርያም
    @ሰሉጓልድንግልማርያም 20 วันที่ผ่านมา +1

    ኣስላም ኣብ ውሽጦም ንክርስትያን ዘለዎም ፅልኢ ጉድ እዩ 😢

    • @YobelShumay
      @YobelShumay 20 วันที่ผ่านมา

      Neseki Menalbash iki Xeli Zeleki Ab Leli Aselam Ahwatena

  • @Fithawi
    @Fithawi 20 วันที่ผ่านมา +1

    Awel sied eka ሃይማኖትና ኣፍሊጥካና ይብሎ ነይሩ ሓደ ቀሺ ሕጂ ከ እንታይ ኮን በለ ብዝኮነ የቀንየልና ኣቦና።

    • @YemaneGeb
      @YemaneGeb 20 วันที่ผ่านมา +1

      ሓቂ መርጌታ ስምዖን ዝበሃል ከምዚ ኢሉ ነሩ ሕጂ ከኣ እምነትና ሚሂሩና ክብል ተስፋ ይገብር