Nay behaki hizbi zihali seb ab ewanu eyu ftah zemtse ezi dekom yeebyom mis wedio bizuh mizrab meneseyat yegagi ka bandara jemirka mimkniyat silezgber bzkone Eritrea ni ertrawiyan 😊nimehar ninebsna nikun mejemeria hlufat aynkun political miflat yeghedsena cos bzuhat zikawem seb zobatat ,gemgem bahri kindey km simply hito aymlsun any emotional eyom😢Do not wast time try to help our family nimntay mesiluka ahwat alewni ni sidra zeyhgzu degefti yom endabelu😅 gin nifetwom ena mis kulu shigratom ✌️
Thank you Henok and Mengitab for being voice for the voiceless.The most powerful tool to fight any enemy is through media.The impact of ERIPM in our people is very strong and we wish you health and strength. Thank you again.
Betami xebuk gelexewo ane hade kab ala 2004 abti esurbet zeneberku eye ane hade kabtom zemermerkani eye under age sele zeneberku fukus zebelet meharemti eya nera dehar gen abti hole ni 2 amet teasere😊😊😊
ኣብ'ዚ ሊንክ ብምእታው ኣባላት ኤሪፒኤም ብሙዃን እጃምኩም ኣበርክቱ
donorbox.org/eripm-eritrean-public-media
ነዞም ካርድ ዘይብልና ናይ ፐይፓል መማረጺ እንተ ጌርኩምልና ጽቡቕ ኢዩ። ብሰንኪ እዚ ክንሕግዝ ኣይከኣልናን ።
💙💙💙💙💙💙💙💙❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙
ጎሓፍ ውዳቕ መን ኣባል ክኸውን ወዲ ዘንቢል ኣባሻውል
ብሓቂ መንግስ ብሩኽ ሰብዩ ኣብዘይ ቦቱኡ እዮም የእትዮሞ እምበር ብሰብኣውነት ዝሃብተመ ሰብዩ። መንግስ ኣምላክ ዝፈርሕ ሰብዩ ኣዚና ነመስግነካ መንግሶም ።
" ሰብ ብወለንትንኡ ንሀገሩ ከምዝኸተን ቀጺሉ ውን ስለምንታይ ስግረዶብ ክኸይድ ከምዝተገደደን ከምዝመረጸን ስለ ዝፈልጥን አነ ውን ከምኦም ስለዝኾንኩ ስለዝርድአኒ: ጭቡጥ ዝአመንሉን ክሰግሩ አብ ዶብ ዶብ ክሰግሩውን ስለዝተታሕዙ ዘህርም..የብሉን" ሙኽኑይን ብሱልን መልሲዩ:: ብኻ ኩሎም መርመርቲ ከማኻ ኾይኖም አብ እዉን ብምርጫኻ ዘይኮነ ከምዝኾነ አባል ሰራዊት አብ ዝተመደብካዮ ክትሰርሕ ውን ግዴታ ስለዝኾነ ንኽትወጽእ ግዜ አብዝረኸብካሉ ራሕሪሕካዮም ወጺኻ:: ስለዚ ዘሰክፍ የብልካን ክቡር ሐው:: ❤
Very sad . bit I woldl like to say thank you to our brother for shearing this information 🙏
ኣዝዩ ደስ ዘብል ንዘሎ ጸገማት ናይ ህዝብኻ ምቅላዕ ከየመስገንኩኻ ክሓልፍ ኣይደልን💙💙💙።
Nay behaki hizbi zihali seb ab ewanu eyu ftah zemtse ezi dekom yeebyom mis wedio bizuh mizrab meneseyat yegagi ka bandara jemirka mimkniyat silezgber bzkone Eritrea ni ertrawiyan 😊nimehar ninebsna nikun mejemeria hlufat aynkun political miflat yeghedsena cos bzuhat zikawem seb zobatat ,gemgem bahri kindey km simply hito aymlsun any emotional eyom😢Do not wast time try to help our family nimntay mesiluka ahwat alewni ni sidra zeyhgzu degefti yom endabelu😅 gin nifetwom ena mis kulu shigratom ✌️
Hade gize temaharay minbarey mis felete Oxford dictionery kem hiyab hibuni. I never forgett this.
ብጣዕሚ አገዳሲ ሐበሬታ ሐዉና መንግስ ወጽዓ ኤርትራዊ ብዝርዝር ገሊጽካዮ የቀንየልና ሰማዒ እዝኒ ክረክብ ተስፋ ይገብር!!!
የቐንየልና ኤሪፒኤም
ኤርትራዊ ዳግም ዕጥቁ ሽጥ ከብል ንሪሙ ትገብርዎ ጻዕሪ ዋዉዉ ቀጽሉ❤❤
Thankyou Henok & Mesteab 🙏🌹💙❤️.
ኣብ ኤርትራ ንእሽቶ ሕልና እንተኣልዩካ ብጣዕሚ ኢካ ትሳቀ ኣብ ዜጋታትካ ዝወርድ ግፍዒ ስለ ዝሳቅየካ ።የቀንየልና በዓል ሕልና ሰብ❤
ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ክቡር ሓው ንስኻ እግዚኣብሄር ባሪኽና እዩ እዞም ኩሉም መርመርቲ ክንደይ ግፍዒ ክገብሩ ንስኻ ግን እግዚኣብሄር ተጠቂምልካ ጥዕናኻ ምሉእ ኮይኑ ኣብ ሂወትካ ሰላምን ቅሳነትን ይምነየልካ 💙💙💙💙💙💙💙
ክቡር ሓው ወላ እቶም ጨካናት ንብሎም ሓንሳብ እቲ ስርዓት ኣብ ገበን ስለ ዘእተዎም ምበር ፈትዮም ኣይኮኑን፡ ኣማራጺ የብሎምን ንሶም እውን፡ ምክንያቱ ስሒቡ መርመርቲ ኢሉ መዲብዎም እምቢ ክብሉ ኣይክእሉን፡ ወትሃደር ኢዮም፡ ስለዚ ጸላኢኻ ብግቡእ ምፍላጥ ዝመስልዎ የለን !
Thank you Henok and Mengitab for being voice for the voiceless.The most powerful tool to fight any enemy is through media.The impact of ERIPM in our people is very strong and we wish you health and strength.
Thank you again.
መንግስ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ❤
Mengis bruk seb edmen tienan yhabka fetari 💙💙💙 bitaemi u hilina zelewo seb neyru
Thank you brother. Kulu zerebaka rutubn hakin nebse teamamnet zeleka eka 🙏🙏🙏🙏🙏
Selam kuburat ahwat 💙🌿💙🌿💙🌿💙🌿🌿
Mengis my bro nice to see you very humble person
ብጣዕሚ ዝምስገን ቕኑዕ ሰብ እዩ መንግስትኣብ።ከምዚ ናቱ ሰብ ሰብ ዝጨንዉ ኣብከምቲ ናቱ ስራሕ ዘለዉ ልቢ ክህቦም፡ምስ ህዝቦም ጊዚየ ከይከደ ደው ክብሉ ፈጣሪ ይሓግዞም።
GOD BLESS YOU ERITREAN BROTHER AND SISTER ❤🎉❤.
Henoka you're always my aspirational. Thank you!
መንግስ ወዲ ኣሃዶይ ኔሩ የዕሊልና ንፈልጥ ኢና ኣብ ኣሃዱና ብዛዕባ እዞም ኣረሜናት ከይፈራሕኩ ከይተሰከፍኩ የዕሊለዮ የዕሊሊልኒ ንዓይን ንዕኡን ዝወረደና ዝነበረ የዕሊልና መንግስ ሕልና ዘለዎ ሰብ እዩ ❤❤❤❤❤❤
በኣካ ተመርሚረ ሃሊፈ ሰባውነት ዘለካ ሰብ አካ
❤❤❤❤edmen teinan yhabka zhawey.
Ane talime ab embatkala 2007
It is so hard 😢
Nibat yisireni kizikiro enkelokhu
ደገፈቲ ወሉቀ መላኺ ጌዜ ይነወሕ ይሕጸሮ ታሓተትኢ ኢዬም
Mengstab you are one of brilliant man and thanks ❤
Thank you henog countiunu ❤🎉
ብዙሓት ይምስኩሩልካ ኣለዉ ዓቢ ሰብ ብሓቂ ሕልናዊ ሰብ ❤❤❤
Very dissent young man , stay well , good to know you are safe and sound ❤🎉
ኣሓሕ አዋይ ህዝበይ ኣብ ክንድ ክበረለይ ንበረለይ አዚ ኮይኑ ኢድካ 💙💙💙💙
መንጊስ ናይ በሐቂ ሰብ ለዋህ ጢዑም ኢካ ሞ ኣምላክ ዕድመን ቲዕናን ዪሃብካ ፍራተሎ
Hawu❤ henog thanks kemziom aynet sebat nezi cheqani srat kegalxwo zklu sebat bztekale meten ketemxalna nlabo degime kbret yhabelna
መንጌ ሓወይ ገጽካ ደጊመ ብምርኣየይ ደስ ኢሉኒ ነዚ ስርዓት ፍርቂ ዕድሜካ ተቃሊስካዮ ኢካ ግን ቃልስካ ክዉን ዝኮነሉ ቀረባ እዩ
ንመንግስ ኣብ ልዕሊኡ ዝወረደ ግፍዒ ኣነ ምስክሩ እየ ምክንያቱ ብሓደ ኢና ኔርና መንግስ ለዋህ ፈቃር ቅኑዕ እንድዒ ከማይ ተጋደልቲ ዝጸልእ የለን ምክንያቱ ከም ባሮት እዮም ዝርእዩና ኔሮም ንበዓል መንግስ መሰልቶም ምስ ርኣኩ ሰከክ ሰገጥ ይብል 😢😢😢😢😢😢
ኣገንዕ መንግሰታኣብ ካብ ሚዲያ ሪሒቅካ ፀኒሕካ ነይርካ እንካዕ ብሰላም መጻእካ ተባዕ ተቃላሳይ ምካኑ እፈልጦ እየ ብቀረባ
እዚ ዝብሎ ኩሊ ሓቂ እዩ መንጌ ጎሮቤተይ እዩ ኣብ ልዕሊ ሰበይቱ ስድሩኡን ከቢድ መከራ ኣጋጢምዎ እዩ 😢😢😢
ሓሲኻ
ጋዜጠኛ ሄኖክ መትሓዚ ተሳኢንካ ጽቡቅ ስራም ምስ ብጻይካ ማዓንጥኡ ክወጽእ ኣለዎ እዚ ስርዓት እዚ ቀጽሎ ..........
Amlakey amet selam rahwan gberelna
Brave! Thank you Mengis! You are inspirational. What you went through is hell on Earth!
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤thank you good job
I like you question Henok good journalist
Danke für die Information
Great person....whst s personality
ኣብዚ ኮንተይነር ናይ ደቀምሓረ ዝብሎ ዘሎ ብሓቂ ኣነ ኣብኡ ኔረ እየ:: ዓሻ ፌሮ ኩሉ ግዜ ኣብ ኢድካ እዩ: ክትድቅስ, ክትሸይን,ክትበልዕ ካብ ኢድካ ኣይወጽእን እዩ:: እቲ ዝኸፍአ ድማ እቲ ኮንቲነር መንጸፍ የብሉ ገለ የብሉ ለይቲ ቁርን ኣሳሓይታን : ቐትሪ ድማ ዘቃጽል ሃሩርን ዋዕን ዘለዎ ቦታ እዩ:: ኩሉ እቲ ዝበሎ ሓቂ እዩ::
መንጌ መታዓብይቲ ካብ ቀደምካ በዓል ሕልና ኢኻ'ሞ እንቋዕ እቲ ለውሃትካ ነቶም ጭዉያት ኣሕዋትና ነገስካሎም።
Zigerim iyu! Kalat yebileyin! Megis bihaki zensiert seb ika. Idmen Tiinan yihabka
Heni. Thank you. This guy is really honest
መንግስ ኣብ ሚላኖ ምስ መጽኤ ካብቲ ዝነብረ ከተማ ቶሪና ናብ ሚላኖ እንዳ መጼ ኣብ ምትብባዕን ተመኩርኡን ይገልጽ ኣብ ሰላማዊ ሰልፍ ኣብ ምምራሕ ዓቢ ተራ ነይርዎ፡ ብናይ ቦታ ርሕቀትን ስራሕን ተፈላሊና ብሕልና ግን ኣብ ደምበ ተቃዉሞ ብሓባር ኣለና።
good job brother, keep going ❤ , and I appreciate you fighting the dictator regime.
I know Mengs in Ethiopia,Addis Ababa,he played a big role in leading demonstration against PFDJ.
❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉
ሰላም ሄኖክ፡ መንግስ ብሓቂ ኣዝዩ ሓቀኛን ሰላማውን ሰብ ዩ። ንስለ ፍትሕን ሓቅን ክብል ብዙሕ መኸራ ዘሕለፈ ሰብ እዩ። ብፍላይ ነዛ ናይዞም ኩናማ ብስሚ ዝተቀትሉ 26 ሰባት ምስጢር ምስ ኣቃልዐ፡ ዘይተኣደነ ሽግርን መከራን እዩ ኣብ ሂወቱ ኣሕሊፉን ዘሕልፍን ዘሎ። ስለዚ ፍቃድካን ፍቃድ መንግስን እንተኾይኑ፡ Go fund me እንተዝኽፈተሉ ክንደይ ሰናይ ምኾነ ይብል ኣነ። ንከም በዓል መንግስ ዝኣመሰሉ ከቢድ ዋጋ ዝኸፍሉ ዘለዉ ዜጋታት ኣብ ጎኖም ምህላውና ከነረጋግጸሎም ግቡእና ዩ።
❤
ሄኖክ ብታዕሚ ሓያል ስራሕ ኮይኑ ረኪበዮ፡ ዘንብዕ ዛንታ ሓያል ምስክርነት በዚ ክቡር ሓውና። ሂወቱ ዝገበረሉ ዛንታ ሓያል ስእሊ ኣቕሪቡልና።
GOD BLESSED U BROTHER !!
ህግደፍ ጉድ ኡይዉዳእን ኢዩ።
💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙 it is a very sad story 💔 💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔
❤❤❤❤❤
Very sad but he is very nice person 👍
የቀንየልና መንግስ ሓውና ነቲ ኩሉ ሓቅነትካነን ሓላፍነት ወሲድካ ነዚ ገበናት እሱር ቤት ምቅላዕካ እስካ ሕጂ ልዋም ድቃስ ክህልወካ እዩ :ወድሰብ ዝበደለ ይበድል :ወጺኡ ሓላፍነት ወሲድ መዝራብ ቀሊል አይኮነን :አጆኻ ንሕና አብ ጎድንኻ አለና ቅሰን❤ :
ብጣዕሚ ከቢድን ትብዓትን ዝሓትት እዩ አብ ቅድሚ ህዝቢ ወጺኻ ከተዘንትው ግን አጆኻ መንግስ ብጣዕሚ ተባዕ ኢኻ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ 🙏
Bitaemi zehzinin eyu tarik eritrawian menigsitab hawey kea bitaemi ymesigneka edime yhabka amlaki 🙏🏿🙏🏿🙏🏿💙💙💙💔💔💔
Mengsh hawey zreakuqa n Amlakey yemesgn 🙏🙏🙏 Kidanemhret sembel ab tkedo ab metawqan mwxakan tketelqa Amen 🤲 dmxy wxuat ahwatqa ktkewn dmxqan rezin qalatkan Egzeabher tetekimlu ybarqa mengsh hawey lewah . Edmen tenan yhabka 🙏🙏🙏❤️❤️❤️.
💙💙💙💙🌿🌿🌿💙💙💙💙
ብቤት ማእሰርቲ ተካኣያ፡እታ ኢስር ቤት፡ትብል ቃል።
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ሄኖግ ሓወይ ንመንግስትኣብ ሕቶ ኔራትኒ ሓወይ ኣባል ስለያ ዝነበረ እዩ 5ዙርያ እዩ ኣብ መወዳእታ 2002 ብተቃወምቲ ኩናማ ኣብ ኩሉኩ ዝብሃል ከባቢ ባረንቱ ምስ ዓሰርተ ዝኮኑ ቡጾቱ ከምዝተቀትለ እዮም ዝነጉሩና እዚ ግን ቡዙሕ ዘጠራጠር ስለ ዘለኒ ንሓዉና እንተትሓተለይ ብጣዕሚ ጹቡቅ እዩ ነይሩ በጃካ ተገዲስካ ሕተተለይ በጃካ 22 ዓመት ስቃይ ዝኮነኒ እዩ በጃካ
መን ይብሃል ሓውካ ሽሙን ሽም ኣቡኡን ወይ ሳጓ ተለዎ ኣሃድኡ ዝፈልጦ ተኮንኩ ክነግረካ መሳርሕቲ መንግስ እየ ኔረ እግዚአብሔር ጠጥዕሙ የስምዕካ😢😢😢
@@BETESEB1972 N Mengse msrhtu ente nyrka da kmzi Zmskro Zelo wxika zey tzateb Weys Ab eritrea konka eka comment txhef zelka???
God bless you ሓውና መንግስ የቐንየልና ተባረኽ!
Wow Mengistab great to see you ❤
Ane kabtom Addis Abeba zyfltka seb eye btihtnakan bxibuq synmgbarka yizkreka higy win bty Azararbakan tihitnaka degme nety zyfelto qyny hqga habrta kymsgnkuka ayhalfin . 🎉
ወተሃደራት ከለው ኣብ ዓላ ዝትኣሰሪ 16 ዓመት ዝገበረ ዘማይ ኣሎ።
ETA nay werki msrak kemey eya nera belo nmengstu .meshem ayserekun ayblekan eyu bpolis slezflet.kulu.wedi sembel bseraki eyu zfelto
💙💙💙💙💙
መንጌ ከም ሰብ ቁኑዕ ሓቀኛ ፡በዓል ሕልና በሊሕ ካባካ ቡዙሕ ኢየ ተማሂረ።እንቓዕ ድሕሪ ነዊሕ ገጽካ ረኣና።
💙🌹💙💙🌹🌹🌹🌹🌹💙💙💙🌹
ናይ ህግደፍ ገበን አብልዕሊ ህዝቢ አርትራ ተዛሪብካ አይውዳእን ።
መንግስ ግርማይ ቅኑዑን እሙኑን ብዓል መትኸል ዕድመን ጥዕናን ንክልተኩም ኣሕዋት።
Yhaba alo
Mngis 2006 mermiruni neru aziyu Abi seb eyu.
ዋይ ሓወይ😢 እዚኣቶም ሲ ኢዶም ኣይስኣኑ! ንኣሕዋትካ ክንድዚ ግፍዒ ስለምንታይ ????
Good job Henok
🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤
Nska ewn gebejeja eka
ብጣዕሚ ዝገርም ግፍዕታት እዩ። ኣነ ክትሓተለይ ሓው ሄኔግ በጃኻ እባ ብዛዕባ እቲ ብወድዓይነይ ዝፍለጥ ዝበሎ መርማራይ ኣብዚ ሕጂ እዋን ኣበይ ከም ከም ዘሎ ሕተተለይ?
አነ ደርጊ አይ ፈልጣን ሻዕብያ ጊን መዳርግቲ አልቦ ኢዩ ይዋእኩም ሎሚ ትድግፉ
ብርግጽ ደርጊ ገዛኢ ኢዩ ጊን ደርጊ ቤዚክ ኒድ ኔሩ መግቢ ጉዛ ክዳን ሓደሰብ ከም ዲሌቱ ይረክብ ኔሩ ብዛእባ ፖለቲካ እንተ ተዛሪብካ እንቢ ላለ ሰው ጥይት ኣጉርሰው በጣእ የብለካ ገዛኢ ስሐስኾነ ኣንኮራ ደርጊ ኣሌት ኣይፈሊ ሓይማኖት ኣይሓትት ኢዚኣቶም ጊን ኣያታትና ኣቦታትና ናጽነት ከምጽኡ መስዋዕቲ ከፊሎም ልእሊ ደርጊ ከየብልኡ ከየስተዩኻ ገዛኻ ኣውድኻ ደንቤኻ መንጢሎም የሳቅዩኻ so ደርጊ ገዛኢ ኮይኑ እንበሪ ካብ ህግደፍ ደርጊ ይሓይሽ ናጽነት ጊን ጊድን ኮይኑ እንበሪ ፕራቴሎ
ከምዚ ን ሻዕቢያ ንእዘዛ ነበርና ን ደርጊ ተንእዘዛ ሓንቲ ኣይምገበሩናን።
ናይ ደቀምሓሪ ትኣሲረ ኔረ ብጣዕሚ ሕማቅ ኢዩ።
Betami xebuk gelexewo ane hade kab ala 2004 abti esurbet zeneberku eye ane hade kabtom zemermerkani eye under age sele zeneberku fukus zebelet meharemti eya nera dehar gen abti hole ni 2 amet teasere😊😊😊
መንግስ ብጣዕሚ ምቕሉል ወዲ
ኣብ ታሕታይ ዓላ ዝነበሩ ብ ወዲ ጊለ ዘእለ ኡሱራት ብጣዕሚ ሕማቅ ዝነበረ እስርቤት እዩ ኔሩ
ካልኣይ ማይድማ ተረኺቦም እዚኦም ድማ መሳኪን ኣሓዋተይ፥ ካልእ ዘይተነግረሉ ጋህስታታውን ገና ክንሰምዕ ኢና ንጸበ ጥራይ ክሳዕ ሕልፈቱ ጌና ጌና ሞትናን ጽንተትናን ቀጻሊ እዩ ክሳዕ ዘሎ፡ሓብርና ግዳ ዘይንኣልዮ ክርህወና።
🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎓🎓🎓🎓
ቢሂራዊ ዉጺዐ
ኣሎ ስንብራት ኖ ክንደይ ይኸውን መቃብር ኣሎ በልዎ ኣቱም ህዝቢ ክንደይ ኣጉባዝ ዝዋሓጠት ጎቦ ኢያ 😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭 ሎሚ ክትዝክሮ ዋይ
Kaleay kfal meas eka tekrba henok hawey
Kidu nEsseaya abzi kof elka aykonen kedkum ab gnbar tekaleswo mushmushat zereba tray ,nskum nay genzeb hmam tray eu zelekum beal nska henok komushti zereba trgum yeblun seraki
Mengs hawna kea xbuk tezaribka gn bealziom ab gol ketwuka ngenzeb tray znebru funfunta nay Tigray hmam zelewom eyom
ክቡር ሓው ካብዚ ስርዓት ብሂወት ምትራፍካ ናይ በሓቂ ዕድለኛ ኢኻ፡ ከማኻ ይብዝሑ፡ እዚ ናይ ፍንጂ ጉዳይ ህዝቢ ንምርዓድ ኮነ ኢልካ ዝተገብረ ምዃኑ ዘጠራጥር ኣይኮነን። ሓው ሀኖክ በጃኻ ከምዚ ሓውና ዝበሎ ኣብ መንጎ ከረን መለብሶ ከምኡ ድማ ኣብ መንጎ ከረን ገለብ ብብዝሒ ፍንጂ ብምፍንጃር ህዝቢ ዝተሳቀየሉ ቦታታት ከምኻኑ መጥን ዝፈልጦ ሰብ እንተሎ ከብረሃልና ክትሓትት ይምህጸን።
ጸጋይ ኣብራሃም ኣብ ከባቢ ዱባርዋ ዓዱ , ኣብ ሳዋ ኣብ ናይ ተማሃሮ ከም መራሒ በጦሎኒ ዘሎ ድዩ?
"እዚ ስጋ ናትና እዩ፡ ዓጽሚ ሕዝካ ኢኻ ትምለስ " ወይ ግፍዒ። ናይዞም ግፍዒ ዘገርም እዩ። ኣምላኽ የሕጽረልና።😢😢😢
ዝኸበርካ ሄኖክ ከምዝኣቶም ዝኣመሰሉ መሳኻኽር ናብዚ ሜድያ ኣምጺኻ ምዕዳምካ ዝምስገን ዩ ቀጽሎ ንብል። እቲ ኩሉ እከይ ግብሪ ናይቲ ስርዓት ክቃላዕ ኣለዎ። ከምዝኣቶም ዝኣመሰሉ ቀንዲ መስከርቲ (potential witnesses) ምርራብን ቃሎም ምስማዕን ድምዚ ነቶ ኣብ ፈቐዶ ኮንቴኔራትን ሸላታን ተደፊኖም ዘለዉ እሱራት ዜጋታት ድምጺ ስለዝኸዉን።
ካብዚ ብምቅጻል ነዚ ቃል ምስክር ትካታተሉ ናይ ERPM ሰዓብትቲ ብዛዕባ መርማሪ ነበር መንግስትኣብ ግርማይ ዝያዳ ንምፍላጥ ቅድሚ 10 ኣዋርሕ ኣቢሉ ይኸዉን ኣብ TSA Media ጽላል ዓደቦ ን 6 ክፍላት ዝቐጸለ ቃለ ምሕትት ቴጌርሉ ኔሩ፣ መንግስትኣብ ብዛዕባ ኩነታት ቤት ማእስርቲ ዓላን ንዕኡ ተዋሂብዎ ንዝነበረ እሱራት ናይ ምምርማር ዕማማት ብሰፊሑ ገሊጽዎ ኣሎ። ኣብቲ ቃለ መሕትት ጽቡቕ ኣጋጣሚ ኮይኑ ካብቶም ንሱ ዝመርመሮም እሱራት ተኽለ ተወልደ ዝተባህለ ሰብ ውን ኣብቲ ናይ TSA ዝተዳላወ መደብ ኔሩ እዩ። ነበር መርማሪ መንግስትኣብ ግርማይ ብቃል ተመርማሪ ተወልደ ዝተባህለ ክግለጽ ከሎ። መንግስትኣብ ኣዝዩ ርህሩህን ሕልና ብዝመልኦ ዝጥምትን ሰብኣዉነት ኣጸቢቑ ዝፈልጥ በሊሕ ሰብ። እንተኾነ ግን እቲ ስርዓት ካብቲ ብትጉህ ሃጋራውነት ኣትሪሩ ሒዝዎ ዝነበረ ዓምዲ ካርታን ሓቤሬታን ናይ ክ/ስ 16 (Cartography & Information) ኣልዮም ብዘይድሌቱ ናብ ስርሒት ዞባ 3 ኣብ ዓላ መርማሪ እሱራት ከምዝኸውን ቴገሩ። ዋላ እዚ ኣብ ቦትኡ እናሃለወ መንግስትኣብ ንነብሱ ክገልጻ ከሎ ኣብቲ ቦታቲ ብምዳቡ ጥራይ ነነብሱ ካብ ተሓታትነት (Accountability) ነጻ ከመዘይገብራ ገሊጹ፣ ካብዚ ዝዓቢ ልቦና የለን። በዚ ኣጋጣሚ እቶም ትማል ኣብ ዓላ ብ መንግስታኣብ ዝተርመርመርኩምን ሰንዳትኩም ዝተታሕዘ ብዛዕባ ዚ ሰብ ዚ ትብልዎ እንተሊኩም ሃያ ኣብዚ comment ጸሓፉለይ።
ዝኸበርካ ሄኖክ ምስ መንግስትኣብ ወይ ድማ ምስ TSA media ብምውህሃድ ነቲ እሱር ነበር ኣቶ ተኽለ ተወልደ ምስ መንግስትኣብ ብሓባር ብምዕዳም ኣብዚ ከትቕርቦም ንምሕጸን፡
Kbur hawna :
Eti Meriet ab mongo Wekert n Sesah n Zelo Eyou zbelkaio :
Eti Meret nay Wekert Eyou !!!.
Enquae Bselam wetsaeka.
ብሓደ ግዝየ ብዙሕ ሕቶ ኣይተብዛሓሉ