ምቅይያር ቃላት ኣብ ዘመና

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 18 ม.ค. 2025

ความคิดเห็น • 107

  • @fthawitnuwaye1293
    @fthawitnuwaye1293 10 วันที่ผ่านมา +1

    ኦ ኣምላከ እስራኤል ንስካ ኢካ እቲ ሓቂ ትፈልጦ ሞ ምሕረትካ ኣውርደልና ሓድነትካ ኣምጻኣልና እንታይ ኢለ ከም ዝጽሕፍ ጠፊኢኒ 😪😪😪🙏🙏🙏❤❤❤

  • @okubaslasieberhe3203
    @okubaslasieberhe3203 11 วันที่ผ่านมา +8

    ብመጀመርያ ሰላም ኣምላኽ ምሳኻ ይኹን ርሑስ ልደት ውን ይግበረልና ስ ልጣን ሓወይ ሓንቲ ሕቶ ክሓተካ ምደለኹ በባመቃርያስ እየ ዝምራሕ ክትብል ሰሚዐካ ኣባመቃርያስ ድማ ጸረ ድንግል ማርያም እዮም ቅዱስ ኣባመቃርያስ ኢልካ ጸረ ድንግል ማርያም ቅዱስ ዲዩ ስለዚ ኣባመቃያስ ኦርቶዶክስ ኣይኮነን ንሱ ድማ ትኽተል መልሲ ሃበኒ

  • @mesigaltigray9656
    @mesigaltigray9656 10 วันที่ผ่านมา +2

    ኣሰይ ዝሓወይ መልእኽትኻ ምንጻሩ🙏🥰😘
    ጸግኡ የብዘሐልካ መድሓኒኣለም🙏🥰

  • @Samuel-p6t7u
    @Samuel-p6t7u 4 วันที่ผ่านมา

    Aemn Amen Amen hiwet ysmaln❤❤❤🎉🎉🎉

  • @simonkifleyesus3929
    @simonkifleyesus3929 11 วันที่ผ่านมา +6

    ክቡር ሰብ ሰናይ ቃል ይዛረብ ፡ እግዚኣብሔር ኣምላክ ቤትኩም ይባርኽ ሥልጣን ሓወይ።

  • @soligualagame
    @soligualagame 11 วันที่ผ่านมา +14

    ጎይታዋይ ሰማዒ ዝሳኣነ ብሉፅ ሰብ መን ኢዩባ ንዑ ንዘራረብ እናበለ ዝልምን በዚ ሎሚ ንዑ ንዘራረብ እናበለካከ ብከመይ ይኣብዩ ክርስቶስ ዝከፈሎ ዋጋ ንከንቱ ገይርናዮ ኦ ኣምላከይ ዓይነ ልቦናና ኣብረሀልና ብዓይኒ ምሕረትካ ጠምተና🙏❤

  • @Hiwet-z6z
    @Hiwet-z6z 8 วันที่ผ่านมา

    amen selamn fqrn yewrdelna🙏🏼🙏🏼🙏🏼

  • @Hiyabftwi
    @Hiyabftwi 10 วันที่ผ่านมา +3

    ስልጡነይ መሕጎስ ኢካ ኩሉ መሃሪ ኢዩ ትምህርትካ ናይ ሎሚ ግን ዓጊበላ ናይ ብሓቂ

  • @yacobg1456
    @yacobg1456 10 วันที่ผ่านมา +1

    ቃለ ሂወት ይስመዓልና ሰልጠነ ሓወይ ናይኣገልጎሎት ዕድመካ ይባረክ❤❤❤❤

  • @yrgtexf2101
    @yrgtexf2101 10 วันที่ผ่านมา

    ቃል ሂወት የስመዓልና ክብር ሓውና ፀጉኡ የብዘሐልካ እግዚአብሔር ኣምላክ

  • @AdoNebu
    @AdoNebu 10 วันที่ผ่านมา +1

    ቃለ ሕይወት የስመዐልና ክቡር መምህርና❤❤

  • @Sojoo-k5z
    @Sojoo-k5z 11 วันที่ผ่านมา +2

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን መምህረይ

  • @amlesomgoitom6722
    @amlesomgoitom6722 11 วันที่ผ่านมา +16

    ሰላም ሰልጠነ ፍቅርን ምሕረትን ናይ እግዚኣብሔር ኣምላኽ ምሳኻን ይኹን።ክንሎ ደልየ ዘለኹ ኣብዚኣ ኣምጺኢካያ ዘለኻ ማለት ናይ ኣዉል ዝበሎ ንዓይ ዘገድሰኒ ኣይኾነን ምኽንያቱ ብዛዕባ እምነተይ እንታይ ከመይን ምኻኑ ስለ ዝፈልጥ ።ካልእ ቆሪጾም ስለ ዘምጹ ኢልካ ሓሳብ ሂብካ ናይ ቀሺ ተወልደ እዉን ቆሪጽካ ኢኻ ኣምጺኢካያ እታ ተድሌካ ወሲድካያ ።ስለዚ ነቲ ትብሎ ዘለኻ ባዕልኻ ተፍርሶ ኣለኻ።እንተ ናይ ኣቡነ መቃርስ ግን ንስኻ ዉ ትፈልጥ ኢኻ ጥንቲ ኣብሶ ኣለዋ ስእሊ ስላሴ ከምዘይ ቅበልን ከምኡ እዉን ካልእ ኣሎ ንሱ ተሃድሶ እዩ ምስኡ ትማሓደር ምህላዉካ ከኣ እዩ ዘሕዝነና ።

    • @YaredAbrham-o9m
      @YaredAbrham-o9m 11 วันที่ผ่านมา

      ንስኻኸ ምስ ጥንቲ ኣብሶ ኣለዋ ዝብሉ ሕብረት የብልካን ድዩ ኮይኑ ናይ ግብጺ ኣቦታት እንታይ ድዮም

    • @berheteklemichael-gz3km
      @berheteklemichael-gz3km 10 วันที่ผ่านมา

      Nxrti komment natey hto wn kema

    • @SaymonHagos-b8t
      @SaymonHagos-b8t 10 วันที่ผ่านมา

      Tanks hawey natey kbri yhabka abzi hasab msaka aeku.nay abune meqaryos eka ayfeltan eye abti kalie gn brgx haqka aleka

    • @fthawitnuwaye1293
      @fthawitnuwaye1293 10 วันที่ผ่านมา

      ​@@YaredAbrham-o9mኦይ ሕማቅ ኣይንዛረብ 😭😭😭

  • @welduzeray3632
    @welduzeray3632 9 วันที่ผ่านมา

    ቃለ ህይወት የሰማዓልና ክቡር ሓዉ መምህር ስልጣን❤❤❤❤❤❤

  • @AbrehetTewermedihn
    @AbrehetTewermedihn 9 วันที่ผ่านมา +1

    ኣሜንንን

  • @Tesfieguesh
    @Tesfieguesh 11 วันที่ผ่านมา +5

    Amen amen amen Ruhus beal ldet dyaqon

  • @genetdesta76
    @genetdesta76 11 วันที่ผ่านมา +4

    Qale hiwet yesmalna burukey we love it your honesty. ❤

  • @YaredAbrham-o9m
    @YaredAbrham-o9m 11 วันที่ผ่านมา +8

    ኮመንት የንብብ ኔረ ኮመንት እንዳ ኣንበብኩም ኢኹ ትሰምዕ ምስተባህለ ዓጼዮ ከምዚ ከማይ ኣለኹም ዶ

  • @ሙሉአ
    @ሙሉአ 10 วันที่ผ่านมา

    Amen Kale hiwet yesmalna memhr hawuna

  • @عايشالمزمومي
    @عايشالمزمومي 11 วันที่ผ่านมา +8

    አሜን አሜን አሜን ቃል ሂይወት የስመዐልና ክቡር መምህርና እግዚአቢሔር አምላክ ዓይኒ ልቦና ይክፈተልና

    • @sabela7451
      @sabela7451 10 วันที่ผ่านมา

      Abzey kewin neger Amen Amen tibblu Agamekis N Agamekis teakibkum denaqur

  • @ZaidKassa-ut8yu
    @ZaidKassa-ut8yu 8 วันที่ผ่านมา

    ኦ ጎይታይ ምሕረትካ ኣውርደልና

  • @wisdom599
    @wisdom599 11 วันที่ผ่านมา +1

    Amen (3) kbur hawuna kalehiwet yesmana🙏🙏🙏🙏🙏🙏

  • @HarfeyaHayle-dv7qh
    @HarfeyaHayle-dv7qh 11 วันที่ผ่านมา

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ህይወት ያስመዐልና✝️👏🥰❤

  • @ዛፉጓልክርስቶስ
    @ዛፉጓልክርስቶስ 11 วันที่ผ่านมา +1

    🎉ብሓቂ ቃል ሰናይ የስመአልና ስልጣነይ 😊❤✝️💗

  • @TripoLib
    @TripoLib 10 วันที่ผ่านมา

    ከመይ ኣላካ ዝሓወይ ኢቲ ተስተምህሮ ዝለካ ጽቡቅ እዩ ግዜ እንተ ኣሊካ ሓደ ማዓልቲ ከም ፍቃድ ኣምላክ ክንዛራኣረብ ምደለኩ ነይረ ፍቃደ ክትህበኒ

  • @SmileAlways-j5o
    @SmileAlways-j5o 11 วันที่ผ่านมา +3

    የቐንየልና ስልጣን ሓውና ርሑስ በዓል ልደት ይግበረልና። ናይ ኣቡነ መርቆሬዎስ ኣብነት ኣምጺኻ ኔርካ፡ ኣነ ከም ተሃድሶ እየ ዝፈልጦም። ኣብዚ ምስ ኣምጻኻዮም ግን ተጠራጢረ እሞ ከመይ ከመይ እዩ እባ ኣረድኡኒ ኣሕዋት። ናተይ ርድኢት ድዩ ጌጋ ዘሎ ዋላስ ተሃድሶ ኣይኮኑን፧

    • @wedifinhas1071
      @wedifinhas1071 10 วันที่ผ่านมา

      100 Percent Tewahudo Eyom

  • @TkTk-n7g
    @TkTk-n7g 11 วันที่ผ่านมา +1

    አሜን አሜን አሜን ቃለ ህይወት የስመዐልና❤

  • @ብሰመኪክጀመር
    @ብሰመኪክጀመር 11 วันที่ผ่านมา +1

    ኣሜን ስልጣነይ❤❤❤

  • @GirmayEssak
    @GirmayEssak 11 วันที่ผ่านมา +1

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን

  • @MikiSbhat
    @MikiSbhat 11 วันที่ผ่านมา +1

    Aman qal hiwet yesmaolna

  • @Samira-it6jh
    @Samira-it6jh 10 วันที่ผ่านมา

    ክብር መምህርና ስልጣን ሕቶ አለኒ ተገደስኩም መሉሰሉና ሀራ 3ተ ምሰ ሃይማኖት እንታይ ርክብ አሎወ ብቱ ህበና ምለስ ካብ ልቢ ይመሰገን ምክንያት ሕወሰወሰ ኢሉኒ 😢😢😢😢😢

  • @alemdesta454
    @alemdesta454 11 วันที่ผ่านมา +2

    አነ ናይ ስልጣን ትምህርቲ ብጣዕሚ እዩ ዝርደአኒ ሥልጣን ዝብሎ ንማንም ሰብ ብምፅራፍኩምሲ አብ ገዛእ ርእስኩም ሓጢአት አይትአክቡ እዩ ዝብለናሎ።።።።።።አብ ክንደኦም ተሓሊቁ አይኮነን። ከምኡ ውን አብ ልዕሊኦም ናይ እግዚአቢሔር ክብሪ ስለ ዘሎ።አቦታት ይኩኑ መእመናን አብ ቅድሚ አምላክ ተሓተቲ ኢና

  • @MakiMaki-jj3kf
    @MakiMaki-jj3kf 10 วันที่ผ่านมา

    🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤

  • @mulugetalegese3553
    @mulugetalegese3553 11 วันที่ผ่านมา

    Amen 🙏 🍀🍀🍀🌿🌿🌿

  • @ኣቤጓልማርያምፅዮን
    @ኣቤጓልማርያምፅዮን 11 วันที่ผ่านมา +3

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @ትግራይሃገረይእያዓለምይራ
    @ትግራይሃገረይእያዓለምይራ 11 วันที่ผ่านมา +3

    ❤❤❤🙏

  • @سلامسلمي-ي7ف
    @سلامسلمي-ي7ف 10 วันที่ผ่านมา

    አሜን አሜን አሜን ⛪⛪⛪👏👏👏🤲🤲🤲🙏🙏🙏⬆️⬆️⬆️

  • @Arsulove-ke6xd
    @Arsulove-ke6xd 10 วันที่ผ่านมา

    እንቃዕ ሰላም መፃካ ስልጣነይ ♥️

  • @hayleableake6873
    @hayleableake6873 11 วันที่ผ่านมา +2

    ❤❤❤✝️🙏

  • @mizankeshi4276
    @mizankeshi4276 10 วันที่ผ่านมา +2

    ስልጣን ሓውና ቕድሚ ሕጂ እኾ ነጊርናካ እዚ መርጊታ እዚ ፉሉይ ሓሳዊ ምካኑ ። ቐዳምን ሰንበትን ተኽብር እንተጸኒሕካስ ካብቲ ብሓጢያትና ዝአተናዮ ገሃንም ትዕርፍ እኾ ኢሉና ከም በጺሑ ዝተመልሰ 😭
    2, ኣብ ኣኽሱም ጽዮን ልዕሊ 800 ስጹሃን ዝተቐዝፉሉ ወላሓደ ሰብ ኣይሞተን ኢሉ ከም ዝተካላከለ !
    3 , እዚኦም ኣቕሽቲ ስርዓት ህግደፍ እንበር ኣቕሽቲ ክርስቶስ ዘብል ኣይረኤናሎምን ካብ ግብሮም ልሳኖም ... 😭😭😭 እግዚአቢሀር ጥራሕ ንበዓል ዘእንበለ ደም ኣቡነ እንጠኒዮስ 3 ፓትሪያሪኽ ዘሃገረ ኤርትራ መሰልቶምን ሪኡ ይተዓረቐና 🙏🙏🙏

  • @tgrayadey-j1x
    @tgrayadey-j1x 10 วันที่ผ่านมา

    🙏🥰

  • @nugusebeyene1195
    @nugusebeyene1195 11 วันที่ผ่านมา

    Ruhus lidet sitan hawey nay sebat elemo elika zereba atek🎉🎉🎉🎉🎉

  • @አነዘ-ክርስቶስ
    @አነዘ-ክርስቶስ 10 วันที่ผ่านมา

    🥰🥰🥰

  • @Efrem.2024
    @Efrem.2024 11 วันที่ผ่านมา

    Xebuk serah hawena hasabka fetari zfetwo haki hizka mkad azye des iluni kexelo kurax Video sedidom keyegageyuka ajoka Egziabher yhagezka

  • @Samira-it6jh
    @Samira-it6jh 10 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤❤❤🎉

  • @gebretunsaitesfay-qk4qj
    @gebretunsaitesfay-qk4qj 11 วันที่ผ่านมา +2

    ሰላም ዝሓወይ ሓንቲ ክትበርሃለይ ዝደለኩ እዚ ናይ ኣባ መቃርስ ሕብረት ኣይበረሀለይን ምክንያቱ ናይጥንተ ኣብሶ ስእሊ ስላሴ ዝብልዎ ኣካይዳ ስለ ዘይ ድግፉ ምስኦም ምሕባር ከመይ ኢሉ ይከውን ስቀሎ ስቀሎ ድዩ ኮይኑ ኣብረሃለይ እባ

  • @Sleeplessless
    @Sleeplessless 11 วันที่ผ่านมา

    🙏🙏🙏

  • @tesfatsbahተስፋጽባሕ
    @tesfatsbahተስፋጽባሕ 5 วันที่ผ่านมา

    ንሶም ዝደለዩ ንብረት ቤተክርስትያን ንኽምቀሉ ስለ ዝደለዩ ኢዮም፡ ተሃድሶ ተባሂልና ተተወጊዝና ንብረት ምቀሉና ማለቶም ኢዮም። ሓቀኛ ተኾንካ ግን እታ ዝበልዋ ንኻይትመቀል መፍትሒ ተኾይና ኣስማዓና፡ ምስ ሰናይ ይቅረትኡ።

  • @kiflejohn6383
    @kiflejohn6383 10 วันที่ผ่านมา

    Selam hawey nskasi bzaaba imnetn sne mgbarn imnetnan dea mehar imber teqewami ika wey poleticawi wey haymanotawi kon hadiu mgdaf mhasheka ymesleni aytsmiun ikum iwe intay knsemalkum : nhzbkum imnet mehar kem hawaryat hzbna itblena zeysnemgbarn hmak qalatn bezihu alo

  • @slamhlkjjj930
    @slamhlkjjj930 11 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤🙏🙏🙏🌹🌹🌹

  • @meharitesfamichael6990
    @meharitesfamichael6990 9 วันที่ผ่านมา +3

    ንዓኻ ትምህርቲ የድልየካ ኣሎ ኣታ ወዲ

  • @ፈሪወይኒጓልዓይባ
    @ፈሪወይኒጓልዓይባ 11 วันที่ผ่านมา

    ድምሩኒ ጀማርት እዪዋ ክብረተይ❤❤

  • @DadaMama-x6v
    @DadaMama-x6v 10 วันที่ผ่านมา

    እሞ እታዕርቂ እንተዘርእየና ፈጣሪ

  • @yohannesghebreluul5824
    @yohannesghebreluul5824 10 วันที่ผ่านมา +2

    ካብ መጀመሪያ ስጋብ እዛ ብዕለት 7-01-2025 ተከታቲለካ በዚ ተቅርቦ ዘለካ ናብራ ቅድስና ከምዚ ንሳካ ነቲ ሓደ ትድግፎን እናተንተንካን ክትገለጽ ብምቅራብካ ናይቲ ካልእ ክአ ከምቲ ንስካ ተቅርቦ ዘለካ ከቅርብ ይክእል እዩ ብምጀመሪያ ንስካ ቅድም እቲ ተሕልፎ ዘለካ መንፈሳውን ፖሎቲክን ንስካ ከማን ተሕዎሶ አለካ ከምዚ ሒዝካዮ ዘለካ ።አብ ቄላስይስ ምዕ 3 ካባይ ንላዕሊ ስለ ትፈልጥን ንስካ ደገምካ ሕሰበላ ናይ መንፋሳዊ ናብራ ከምዚ ዘይኮነ አምላክ ንኩልና ምሕረት የውርደልና እንቃዕ ናብ ብርሃነ ልደት(ልደቱ) ብሰላም አብጻሓና።

  • @ambesajirtesheme980
    @ambesajirtesheme980 11 วันที่ผ่านมา

    ሰላም እግዚኣብሄር ምሳካ ይኩን ስልታን ሓውና። ቓለ ሂወት የስመኣልና❤ እዚ ትምህርቶም ናይ በኣል መረገታ ኣማኒኤ ኣጽሊና ኣሰልሻዊ ኮይኑ❤ ነብስና ክንኽእል ፓትራሬክ ዘይንቀቢእ ሎሚ ዶ ጹባሕ ይምለሱ ይኮኑ ክንቢል ንሕና ዊን ብዘኣቢኦም ክኒሓስብ ነብስና ነብስና ረሲእና ኾ😊❤ እንተ ተጋጊየ ይቅረታ ብሩክ ምሸት።

    • @fthawitnuwaye1293
      @fthawitnuwaye1293 10 วันที่ผ่านมา +1

      ከፍርሃካ ግዜኡ😭

  • @SHIDENAY
    @SHIDENAY 10 วันที่ผ่านมา

    ክቡር ሓውና ሩሑስ ልደት። ኣቦይ ቀሺ ንኣወል ሲዒድ ደዊለ ኣዛሪበዮ ኢሎም ነይሮም፣ ካብ ኣዲስ ኣበባ ናብ ኣስመራ ቴሌፎን መስመር ኣሎድዩ ዋላስ ይሕስውና ኣለዉ? እዚኣ ኣጻርየልና።

    • @RobelLuwamey
      @RobelLuwamey 9 วันที่ผ่านมา

      Safarico zbehal alo kab ethio nab Eri yserh ... yu

  • @Kfkftaznabfikri
    @Kfkftaznabfikri 11 วันที่ผ่านมา +4

    ልቦና ይዓድለና😢😢

  • @tsegawitzewde7406
    @tsegawitzewde7406 10 วันที่ผ่านมา

    Ruhus beol ldet ygberelka Sltan hawna anes bzaoba mennetka meletei emnetka ket gelxelna mdeleku fqadena tekonka

  • @MahariGerezgiher
    @MahariGerezgiher 11 วันที่ผ่านมา

    speziell zbl zelo kab mebayley yu slezi maletey yu gega rdit key hbekum

  • @AblelomMeasho
    @AblelomMeasho 11 วันที่ผ่านมา +1

    Aba maqares seli selase ke teqebelewo do men rewom shemageletat gerom selemom yebel neru ( seli selases ayqebelen eyu neru mo kemey eya eza guday)

  • @Sami-Eritri
    @Sami-Eritri 11 วันที่ผ่านมา

    Kubur haw mexhaf kudus aleka tekoynu ktsedeley tsheyt tekoka

  • @hayleableake6873
    @hayleableake6873 11 วันที่ผ่านมา +2

    Entae elka konka keman keytskef hawey eziom kikesu knebru eyom haqi ayfetwun kulu negirkayom keamnu aydelyun gize yfxem alo

  • @ማሕበርአክሱምጽዮንዘኦርቶ
    @ማሕበርአክሱምጽዮንዘኦርቶ 11 วันที่ผ่านมา

    እንኳዕ አብጸሐኩም ደቂ ተዋሕዶ ንደማመር ደምራኒ

  • @Krstos100Hiwetey
    @Krstos100Hiwetey 11 วันที่ผ่านมา

    ስልጣን ውግዘት ኣቡነ እንጠንዮስ ተላዒሉ ይበሃል፡

    • @MedhaneTes-u2m
      @MedhaneTes-u2m 9 วันที่ผ่านมา

      Men alilwo kthbrena tkil do ❤

    • @Krstos100Hiwetey
      @Krstos100Hiwetey 9 วันที่ผ่านมา

      @MedhaneTes-u2m እዚ ዝዛረብ ዘሎ ከረደኣካ ኢዩ፡ ሓደ ፓትሪያሪክ ወጊዙ እንከሎ እንተ ሞይቱ ካልእ ፓትሪያሪክ መጺኡ ነቲ ውግዘት ከልዕሎ ይኽእል ኢዩ፡ ስለዚ ፖፕ ቴዎድሮስ ናይ ግብጺ ኣቦ ነቲ ውግዘት ናይ ኣቡነ እንጠንዮስ ኣልዒሎሞስ ድሮ ፓትሪያሪክ ኣብ ምምራጽ ተሳቲፎም፡ ኣቡነ መቃርዮስ ውን ናይ ግብጺ ሲኖዶስ ኣባል ከም ምዃኖም መጠን ነዚ ውሳኔ ኣይቅበሎን ክብሉ ኣይክእሉን ኢዮም።

  • @tv-gc1yx
    @tv-gc1yx 11 วันที่ผ่านมา

    ክብር ሓው ስልጣን ካህናትና ክንብሎም ኣይንደፍርን እዞም ካህናት ህግደፍ ግን ፍርሒ ኣወል ምስቲ ስርዓት ስለ ዘሎ ክደፍርዎ ኣይክእሉን እዮም።

  • @BeynSolomon
    @BeynSolomon 10 วันที่ผ่านมา

    ስለ ትምህርቲካ የቐንየልና፡ ግን ሕቶ ኣሎኒ ውግዘት እንታይ ማለት አዩ፡ ብእምነት ንዘይመስለካ ሰብ ከ ክትውግዞ ትክእል ዲካ፡ተገዲስካ መልሰለይ❤❤❤

  • @segenweld221
    @segenweld221 10 วันที่ผ่านมา

    Sltan hawna Ruhus Awdamet Ygberelka. Nmntay elama u ezi kulu neger kemzi elu ela endabelka seb tbetatn zeleka entekielka wengiel mehare kbu zterefe ezi tgebro zeleka meaningless u. Koraritska ka aytemxie video nay aboy kesh zbelo bzab awel mulue video Asmeana. Please entekielkum sle kulu tselyu Sltsan hawey.

    • @YoditMehari-v9z
      @YoditMehari-v9z 9 วันที่ผ่านมา

      ህጂ ንሕናስ ካብዚ ታይ እና ኪንመሃር ሕሜታ

  • @FithawiFisahaye-m4w
    @FithawiFisahaye-m4w 11 วันที่ผ่านมา +2

    እንኾዕ ናብ ብርሃነ ልደቱ ኣብጽሓና ክቡራት ኦርቶዶክስ ተዋህዶ የሕዋተይ፣
    ሓዳስ ቻነል ከፍተ ኣለኩ ንኩልካትኩም ኣብ ፕሮፋይለይ ኣትኩም ሳብስክራይብ ግበሩለይ።

  • @JosiTransportation
    @JosiTransportation 10 วันที่ผ่านมา

    Lekbat amslu kid n tgrayka Eritrea ayntsykan eya

  • @Zerayweldeab4930
    @Zerayweldeab4930 11 วันที่ผ่านมา

    Eska ke hager aymlketekan dyu entaway eka Ertrawi dika tgraway sawa tealimka do nerka

    • @YaredAbrham-o9m
      @YaredAbrham-o9m 11 วันที่ผ่านมา +1

      ማለት ሳዋ ስለ ዛኸድካ ዲኻ ኤርትራዊ ኬንካ

    • @yonasteklhaimanot1715
      @yonasteklhaimanot1715 11 วันที่ผ่านมา +1

      Zeray kulu sawa zeyweredesi Eritrawi kkewun aykealn du?😂😂 Bzkone dhur aytkun.

  • @Tecle-pl5po
    @Tecle-pl5po 10 วันที่ผ่านมา

    Sitibut eka nisika egzaebeaher titsiwte eka emo kabizi tseweta wietsae sibit eka adi yebilkan

  • @AsterAnde
    @AsterAnde 8 วันที่ผ่านมา

    ATA haweie bejaka kanzei kolel nai masmedia wetseka gdai agelglota ab betekrestian geber

  • @MahariGerezgiher
    @MahariGerezgiher 11 วันที่ผ่านมา +1

    awel sid eko abahahlu gelixulu yu nhzbi haymanot aytenkefen kab aredadakum yu kulukum speziell kdm bselu gogobn habe ekum nska nbalka memhr nay mntay eka entay eke mearka bmntay ke tebarika entay yu ke elamaka grm eba bkl egzabiher enda sheketka kchaka mbsal mshkn mmen ka amyenn memhrn kbl lbu wexu abrhalu ba memhr mntay eka memhr mezgeb weys memhr Knie marka ke Diakon Kahn weys merigeta dka yonata nkulu eka balmama tekanaxb speziell men eka ms senay ykretu

  • @sabela7451
    @sabela7451 10 วันที่ผ่านมา

    Anta qondaf Agame tay kitibil silezideleka eka n Abon Eritrawi zemxakyo Agamekis yhoo!::😅😅😅

    • @sabela7451
      @sabela7451 10 วันที่ผ่านมา

      You are an Idot and mother Fuker! Eleka Aleku::

  • @MikiLegese-j9x
    @MikiLegese-j9x 11 วันที่ผ่านมา

    Hawey abzias tederabishka aleka medebatka zketatel seb eye .ab zhalefe gize ab kidmi seb zenasihe kihnetu ymentel eyu zibl elkana nerka hiji gn aybelkun tibl aleka .timhrtika kemnteratero kemzeyniamno tgebrena aleka

    • @godolyastube4733
      @godolyastube4733  11 วันที่ผ่านมา

      ፍቁር ኃወይ! ደጊምካ ስምዓያ እሞ መልሰለይ! ኣበየነይቲ ደቒቕን ሰከንድን ስደደለይ

    • @SimonMasoni
      @SimonMasoni 11 วันที่ผ่านมา +1

      ኤፍሬም እዩ ከምኡ ኢሉ

  • @ZekariyasTsegaye-cz9kj
    @ZekariyasTsegaye-cz9kj 8 วันที่ผ่านมา

    ግን አበ ኢኻ ተምሂርካ

  • @nahomdawit6956
    @nahomdawit6956 11 วันที่ผ่านมา

    666

  • @alemgebremedhin5235
    @alemgebremedhin5235 3 วันที่ผ่านมา

    ኣንታ እንታይ ገዲስካ ናይ ኣባ መቃሮስ ዚበልው ብዙሕ ኣሎ ጎዶሎ

  • @Justiceseeker77
    @Justiceseeker77 11 วันที่ผ่านมา

    🙏🙏🙏

  • @fyorihadguhadgu9362
    @fyorihadguhadgu9362 11 วันที่ผ่านมา +2

    ❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @AsmeromMogos
    @AsmeromMogos 6 วันที่ผ่านมา

    🙏🙏🙏

  • @mletetadese3985
    @mletetadese3985 11 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @TesfaMarekos
    @TesfaMarekos 10 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤