- 603
- 553 445
Tabor Media
Canada
เข้าร่วมเมื่อ 24 มิ.ย. 2015
እዚ ቻናል ናይ ኦርቶዶክስ ተዋሕዶ ቤተክርስትያን ዶግማ ትውፊት ቀኖና ዝሓለው መንፈሳዊ ናይ ትግርኛ ቻናል እዩ
ካብ ፖለቲካ ኣሌትነት ወገናውነት ነጻ ዝኮነ ብተወሳኺ ንጽጉማት ሓገዛት ክረክቡ መልእክቲ ነሕልፈሉ እዩ።
ነዚ ቻናል ይጠቅም እዩ ትብልዎ ቪድዮ ኮነ ጽሕፈት ክትሰዱልና ንላቦ።
ካብ ፖለቲካ ኣሌትነት ወገናውነት ነጻ ዝኮነ ብተወሳኺ ንጽጉማት ሓገዛት ክረክቡ መልእክቲ ነሕልፈሉ እዩ።
ነዚ ቻናል ይጠቅም እዩ ትብልዎ ቪድዮ ኮነ ጽሕፈት ክትሰዱልና ንላቦ።
วีดีโอ
🔴 ናይ ጽባሕ ጾም ዝምልኸት ኣገዳስን እዋናዊ መልእኽቲ ንኩልኹም ኦርቶዶክሳውያን
มุมมอง 1.5K16 ชั่วโมงที่ผ่านมา
ORTHDODX TEWAHDO CHURCH PREACHING
ሰብኣይ ወይ ሰበይቲ በይኑ/ና ቅዱስ ቁርባን ኽቅበሉ ይኻሉ ዶ ?
มุมมอง 6429 หลายเดือนก่อน
ሰብኣይ ወይ ሰበይቲ በይኑ/ና ቅዱስ ቁርባን ኽቅበሉ ይኻሉ ዶ ?
ጐይታ ጹሙ ኣይበለናን The Lord did not you have fast
มุมมอง 17010 หลายเดือนก่อน
ጐይታ ጹሙ ኣይበለናን The Lord did not you have fast
መጽሐፍ ቅዱስ ከንብብ ከለኩ ድቃስ ይመጸኒ እንታይ ክገብር ?
มุมมอง 23011 หลายเดือนก่อน
መጽሐፍ ቅዱስ ከንብብ ከለኩ ድቃስ ይመጸኒ እንታይ ክገብር ?
Amen Amen amen 🙏🙏🙏
አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላእክት የስምዓልና❤❤❤🎉🎉
Qal hiwet yesmaelna Amen❤.
ቃለ ሂወት የስመዓልና ኩቡር ኣቦና! ርሑስ በዓለ ጥምቀት ይግበረልና ❤❤❤
Amen amen amen kal hiwet yesmealna
❤❤❤❤❤❤ኣሜን ቃል ሂውት የሰማዓልና ኣቦና ኪኣ ናይ ዘበነ ኣገሊግሎት ኣምላክ ይባርክሊኪም ኣብ ልቢና የሓዳርኣ❤❤❤❤❤❤❤
ቃለህይወት የስምዓልና ክቡር አባታችን
Amen amen amen zemaremelak yesmana
Fetar yemasgni maryamey yemasgni Amen Amen Amen Amen Amen 🙏 🙏🙏🙏🙏
ቃለ ህይወት የስማዓልና ኣቦና፡ ብርሃን ዓመት ይግበረልና እግዚኣብሔር ኣምላኽና።
ዝማሬየ መላኽቲ የስመዐልና ኣሜን ❤❤❤
0:09 ኢየሱስ ሖረ 1:13 ኀዲጎ ተስዓ 2:34 ዮሐንስኒ ሀሎ ያጠምቅ 3:32 በእደ ዮሐንስ ተጠምቀ 4:45 ክርስቶስ ተወልደ 6:34 ወረደ ወልድ 7:30 በፍስሐ ወበሰላም 8:29 ተጠምቅ መድኅን 9:33 እግዚኦ መርሐ 10:27 በማየ ዮርዳኖስ 11:35 በአምሳለ ርግብ 12:48 አስተርአየ ገሃደ 13:59 በሰላሳ ክረምት…መጽሐፈ ዕዳሁ
0:08 መጽአ ቃል 1:12 በእደ ዮሐንስ 2:27 ነደ ነደ 3:28 ፈጺሞ ሕግ 4:31 መጽአ ቃል…ዝንቱ ውእቱ ወልድየ 5:34 ሖረ ኢየሱስ 6:31 ሃሌ ሃሌ/3/ ….በእደ መሬታዊ… 7:48 ርእዩከ ማያት እግዚኦ 9:27 አማን በአማን መንክር 10:19 በበሕቅ ልሕቀ 11:42 በሰላሳ ክረምት
እግዚአብሔር ይመስገን ክቡር ኣቦና እንኳዕ ብሰላም መፁልና አሜን ብሓቂ ቃለ ህይወት ቃለ በረኸት የስመዐልና ፀጉኡን በረኸቱን የብዘሐሎም እግዚአብሔር ኣምዋክ ብዕድመን ይጥዕናን ይሓልወልና ዝሰማዕናዮ ቅዱስ ቃሉ ኣብ ፅላት ልብና የቁመልና እንፆመ ፆምን እንፅልዮ ፀሎትን ልብና መንፅሒ ሓጥያትና መደምሰሲ መንግስቱ መውረሲ ይግበረልና አሜን /፫/❤❤❤💒👏
በእደ ዮሃንስ ተጠምቀ ኢየሱስ ናዝራዊ(2) ሰማያዊ /5/ ኢየሱስ ናዝራዊ ኣማን ብኣማን ኣማን ብኣማን መንክር(2) መንክር ሰብሐተ ጥምቀቱ /2/ በሰላሳ ክርምት በዮርዳኖስ ተጠምቀ በዮርዳኖስ ዮርዳኖስ ዮርዳኖስ ተጠምቀ በዮርዳኖስ /2)
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤እልልልልልልልልልልልል ኣሰይይይ ዝማሬ መእላክት የሰማዓልና እንኳዕ ናብ በዓል ጥምቀት ኣብጸሓና❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ኣሜን ኣሜን ኣሜን 🙏🙏🙏🙏
❤️❤️❤️
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቀለህወት የስማዓልና ኣቦና ኣብ ልቢና የሕድሮ ፈጣር
Amen Amen Amen 🙏 ❤❤❤
❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
Las vegas aykonen ab los Angeles eyu ykireta
ሓቅኻ ኣለኻ ናይ ዘረባ ጉድለት እዩ ኣብ ሎስ ኣንጀለስ ንምባል እዩ ክብረይ ይሃበለይ ብልቢ የመስግን
Amen Amen Amen qale hiwet yesmalna kemti lbi lidya zkefete lbna ykfetelna
Amen AMEN AMEN
አሜን❤❤ አሜን ❤❤አሜን ❤❤❤❤
amen amen amen kale hiwet yesmalna abona edmen tenan yhabkum igzabiher amlak mstwal yhabena
Amen Amen Amen
Amennnnnnnn Amennnnnnnn Amennnnnnnn 🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉 Amennnnnnnn Amennnnnnnn Amennnnnnnn 🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉 Amennnnnnnn Amennnnnnnn Amennnnnnnn
Ajoka kubur hawey
Men negus elka netom nagws zexhflum Zentrum u
Amen (3)
ብሠናይ ፍቓዱ ብሠናይ ፍቓዱ ኩሉ ብእኡ ኮነ (2) ኩሉ ነገር ብእኡ ተፈጸመ (2) ሰማይ ኮነ ምድሪ ግብሩ ኣዘንትዉ ከብሩ ግለጹሉ ንዕኡ ዓልሉ ብኹሉ ፍጥረቱ ዝተኣምነ ንሱ እግዚኣብሔር ይመስገን ንዕኡ ወድሱ ፍጹም ኣይርከብን ንሱ ዘይፈጠሮ ኣብ ሰማይ ኣብ ምድሪ ንዕዑ ንመርምሮ ፍቓዱ እዩ እሞ ኩሉ ጽቡቕ ነገር ፈጢሩ ሃበና ብሓይሉ እግዚአብሔር ሓጋይ ምስ ከረምቲ ለይቲ ይኹን ቀትሪ ንዓና ሃበና ኣምላኸና መሓሪ ዝገበሮ ኩሉ ጐደሎ ዘይብሉ ንቅዱስ ኣቦና ምሳሌ የብሉን ንሕዙን ዝናዝዝ ናብ ልቡ ዝመልስ ንሓጥእ ኣፍቂሩ ሕይወቱ ዘሐድስ ብሠናይ ፍቓዱ ፍቅሩ ንዘንግስ ስለ ኩሉ ግብሩ ሓቢርና ንወድስ።
Amen amen amen kubur Abona qale hiwet yesmaalina 🤲🤲🤲🤲🤲❤❤❤❤🌹🌹🌹🌹
Kal hiwet yesmealna abona ,mehretu yelakelna fetari
❤️❤️❤️
ቃለ ህወት የስማዓልና ኣብና ምሕረት የውርደልና ኣምልኽና
እግዚአብሔር ኣምላክ ይመስገን ብፁእ ወክቡር ኣቦና እንኳዕ ብሰላም መፁሉና❤❤❤አሜን አሜን አሜን ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ፀጉኡ የብዝሕ እግዚአብሔር ኣምላክ ብዕድመን ብጥዕናን ይሓልወልና ብሓቂ ኣቦና ኣነስ ብጣዕሚ እየ ፈሪሐ ዘለኹ ኣዝዩ ሕማቅን ጨካንን ግዜ እና ዘለና😢😢😢😢መጨረሽታና የፀብቀልና እምበር ኣምላክና ኣቆጢዕናዮ ኢና ቃለ ካብ ዝሓልፍ ሰማይን ምድርን ክኃልፍ ይቀልል።ኦ ኣምላከይ ንባርያኻ ብቁጥዓ ኣይትደርብዮ፡ኦ ጎይታ ቁጥዓኻ ኣባና እንተነደደስ መን ደው ክብል እዩ።ብሓቂ ኣምላክና ናብ ልብና ይምለሰና😢😢😢😢😢😢😢😢😢
ሰላም ጥዕና ይሃበለይ ስለቲ ዝሃብካዮ/ ክዮ ሓሳብ የመስግን እታ ብፁእ ትብል ቃል ነኣይ ትግብኣኒ ኣይኮነትን ኣነ ድኩም ሓጥእ እየ ።
@tabormedia111 እግዚአብሔር ይመስገን ክቡር ኣቦና ሰላም ኣምላክ ምስ ኩልና ይኹን ኣቦዋኒ ስለቲ ቅድስነኦምን ትሕትንኦምን ይግበኦም እዩ ክቡር ኣቦና የግዳስ ኣብ ፀሎትኩም ዘኩሩና ናዓና ብስጋን ብነፍስን ሓጢእና ዘለናካብ ዘለናዮ እሳትን ጥሜትን ዕርቃንን ዳኣ ብፀሎትኩም ይርደአና እምበር አሜን ፫
🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤
አሜን አሜን አሜን🎉🎉
🎉🎉🎉🎉🎉
ነጋዶ ክክክክ ዩትዩበራት፡ ትህዝቶን ኣርእስትን ንምንታይ በበይኑ ኮይኑ? ወራዳታት ኣኣብ ዝለምለመልኩም አኩም ትጎዩ
ናይ ብሓቂ ዝወሓጥ ቃል
Aba keshe kebrit yehabelena ❤❤❤
👍🏽👍🏽👍🏽👍🏽🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Kubur abonan hawena menfsawi selamta enda aqedemku kabtom ab menfesawi agolgelot bezeh zexebe zenberku kabakum ente lomi emo!aygeden! Ab qolotica atikum kabu zegedede dema mestom be qudus sinodos zeyberhu menafeqan qale mehtet gerkum bezeh seb wen hazinu alo!!!
ሰላም ጥዕና ይሃበለይ ክቡር ሓው ከመይ ትኽውን ጽቡቅ ክትሕልው ተስፋ ይገብር ። ዝሓወይ ኣነ ብዛዕባ ፖለቲካ እዝን እትን ኣይበልኩን ነቲ ክውን ዘሎ ሓቂ እየ ተዛሪበ ካብተን ጌጋ ኣሎ ትብሎ እንተሎ ሃብረኒ እንተተጋግየ ክእረም ። ብዛዕባ እቲ ኣብ ደገ ሰላም ዝብል youtube ዝገብርክዎ ቃለ ምሕትት ናይ ውልቀ ሰብ ቻናል እዩ ። ኣይኮንን ዲያቆን መድሃኔ ጽባሕ ሓደ ሰብ ሙስሊም ከሎ ቃለ መሕትት ክገብረልካ እንተኢሉኒ ሕራይ ይብሎ ብናይ ኤርትራ ሲኖዶስ ይዝምራሕ እየ ዝብል ሰብ ኣብቲ ናተይ ቻናል interview ክትገብር እንተኢሉኒ ሕራይ ይብሎ ። እቲ ኣነ ዝዛራቦ ከመ መራሒ ሃይማኖት መንፈሳዊ ኣቦ ዝምልከተኒ እየ ዝዛራብ እዚ ድማ ምስ መንፈሳዊ ህይወት ዝተሓሓዝ ። ነቲ ዝሃብካዮ comment ካብ ልቢ የመስግን ። ኣብ ዘለካዮ ዕድመን ጥዕናን ሰላምን ኣብ መንፈሳዊ ሕይወትካ ሰናይ ጽቡቅ ይምንየልካ ።
@@tabormedia111 aboy keshi efti ezegabiher yekebreley 🙏sele eti mequlul reduen hasabatkumen bedegaye ezegeabiher yekebreley.nehena cristian befelay orthodox tewahedo bezararebana bekedadenana nezegabiher kebri zeheb eye neskum gen abti interview nexela aygebrekumun?ab natum schanel wen ab menebre patrariq zelo gebel eilkum seyemkuma alkum eti abu zeblekumo kedegemo aykelen eye yesekefni eye komu mebal ke nay beikerstyana abotat komu enda belu deyom halifomo .bezekone ezi ekel eye besem weladite amlak tetagagye aytehazulen eikum abona ezegabiher tsegan edemen tenan yebkum weladite amlak mesakum teken kab hawekum dekum agelgali eye🙏🙏🙏
አቦና ቀሺ ኤፍረም ንአወል ስዒድ ብአፍልጦ ስለ ዝመልስኩሙሉ እኹል እዩ። ነቲ እኩል አፍልጦን ርዲኢትን ዘይብሉ ሰብ ዓቢ ትምርቲ ኮይንና አሎ። ብዝተረፈ አብናይ ሞኒካ ጫውጫው ዝበልኩም ሕጂ ኽ አ አቤልኽም ሕጂውን ንዑ ጫውጫው በሉ ዘስምዕ ንምንታይ የድልየና ድሕሪ ናትኩሙን ከማኹም ለባማት መራሕቲ ሀይማኖት እኹል አስተምህራዊ መልሲ ስለ ዝሀብኩሙሉ ናብካልእ ከይመርሐና እዚ ጻዊዕትኩም።
Amen kalehiwet yismealina abena
ኣስራት ስምንተኛ ክፍለ ዘመል ኣኺላ ክብሉና ይዝከረኒ ጎቦ ጎቦ እንዳገበርካ ዘድልየካ መልእኽቲ ሕጂ ኩሉ ብሰላም ክነብር ከምዘለዎ ተረዲእኩም ምቅናይ ጥራይ::