@@tekleshishayabraham4696 endea mber kndi wegel qal Amlakh kmhru zwelu menafeqan do tehadso do enda belu seb khamyu enda wealu dea entay knbl ena ..aemnetna hizna tenkheyd bzuh watit aymmexeananb
Kale hiwet yesmealna Abona. Netom Neta mezmur a chanelom awridoma zelewu dma tihtina yhabom. N betekrstian semiom kikedu nlminom. Ember keydi betek koinom kale zeynebere kemixiulna eyom.
ኣብዚ እነሀልካ ትምህርቲ እግዚኣብሄር ናይ ኣገልገሎት ዘመንኩም ይባርኽ ኣቦና።
እቲ ሕቶ ንቢንያም ምዝማርን ምምጋስን ኣይኮነን ሕቶ ህዝቢ ካባይ ጀሚርካ ማለትዩ ንቢኒ እውሕዶ ከማን ግን ኣብ ልብያ 2014/15 እምነትኩም ቀይሩ ተባሂሎም ገለ ሰባት ዝቀየሩ ኔሮም እንተስ ፈሪሖም እንተስ መውጽኢ ክጥቀመሉ ደልዮም 14/15 ሰባት ግን ካብ እዛ ማዕተበይ ዝበትክ ክሳደይ ትበተክ ኢሎም ብሕቡእ ደይኮነስ ኣብ live ከማን ዓለም እንዳ እንዳረየት ብካራ ክሳዶም ክቁረጹ ኢና እኮ ሪኢና እዚኦም ከ ድዘከሮም ኣሎ ድዪ ዋላ RIP ኢሉ ሸር ዝበሉ ከማን ውሑድ ዪ እዚ ሕቶ ህዝቢ እዛ ሕቶ ንቢኒ ተትሕተት ኣውጽእዋ ምበሎም ደፊሩ ዝሓቶ ግን የለን ።
ብሩክ እዛ መዝሙር ነቶም ኣብ ሊብያ ሰማእታት ዝኮኑ ይሕዋትና ውን እያ ስእሎም የእቲካ ረኣያ ።
Amennnnnn nay bhaqe tehrti qal hiwetu ysmana namlak bmzemur nemesgno nseb gn aygbael yblu alewu memaharana nsmayom ayne libna ykfetena fetari
Amen Amen Amen kal hiwet yesmeana xegan berketen yebzehalkum Abona
Seb kedztawet yetawet ktzemerelu gaga eu mozemur wedasas namelag da
Keberen mesganan nezgabher yeken🙏🙏🙏
Amen Amen Amen thank you father for everything Father again thank you God bless you amen.🙏🏽🙏🏽🙏🏽👏👏👏
kalehiwet yesmealna
ቃለ ህይወት የስምዓልና❤❤❤
🙏🙏🙏👌
ቃለ ሂወት የስምዓልና ኣቦና፡ናይ ብሓቂ ናይ ቅኑዓት ኣቦታት መልሲ ኢዩ። ኣብዚ ወገን ሰባት ዘይኮና ወገን ሕልናን ሓቅን እምነትን ክንከውን ይግበኣና፡ብፍላይ ድማ ነቶም መርሕቲ ሃይማኖት።
ብሓቂይ ኡዙይ ጌጋ እዩ ።ብምድራዊ ስራሕ ዝታዓወቱ ሚሌናት ሰባት ቤትክርስታት ክትዝምሪ ፉጹም ጌጋ እዩ ።
bhaki des zibil kal u kale hiwet yesmealna egziabiher agelglotkum yibark❤️🙏
ኣሰይ ከምዞም ኣቦታት እዚኦም ክሰምዕን ንሓቂ ክምስኩሩ ከለዉ ልበል ብሓጎስ ይመልእ ተወሃዶ ትንበር ንዘልኣለም ኣለም ኣቦታተይ ድማ መንገድና ከይንስሕት ከምዚኣ ገርኩም ጎስዩና ።ድንግል ማርያም ምስ ፉቁር ወዳ ትርዳኣና ኣሜን።
ብሓቂ❤❤❤❤
ኣሜን ቃለ ሂወት የስመኣልና ኣቦና
Qale hiwet yesmaalina kubur abona Abaqeshi Abo haqi kemakun haqegna yebxahalina edimen tienan yehabkum abona niana kihishena ❤❤❤❤❤❤❤
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስምኣና ጽቡቅ ትምርቲ ጸጉኡ የብዝሃልኩም 🙏🙏🙏
Amen Amen Amen 🙏🏽💕❤️🌹💕🌿🌿💕🌿🌿
ብገንዘብ ድዩ ታዓዲጉ ዝቀሺ እንበር ከምዚ አይምበለን
ንንስልጣን ዝቃወም ዘይጥዑይ እዩ ተዋህዶ ኦርቶዶክስ ንዘልአለም ትንበር ካብ ምንፍቅና ይሰውረና
ንስልጣን ኣይተቃዎሙን ማዓረይ እኳ ዳኣስ ደጊፎምዎ እዮም ዘለው ደሞ ስልጣን ከም ሰብ መጠን ክጋገ ይኽእል እዩ ንጌጋ ጌጋ ምባል ደሞ ግቡእ እዩ
ቃለ ህይወት የስምዓልና ክቡራት መምሃራን ቅድስቲ ቤተ ክርስትያን።
ንኩልና ህዝበ ክርስትያን ክኣ እግዚኣብሄር ኣምላኽና ምስትውዓሉ ይዓድለና።
ቀሺ ተወልደ፡እግዚኣብሔር ይባርካ ስለቲ ሐቂ መልስኻ። ኩሎም መምህራን ጽቡቕ ስለዝመለሱ እግዚኣብሔር ይባርኮም።
ታቦር ድማ መደብካ ቢጣዕሚ ጽቡቕ ቀጽሎ ሐቂ ሐ ሕዝካ
kal hiwet yesmealna shim ayniletif beti kunua mengedi nikid deharkea meamenan bzuh afluto slezeyblna ayndafer
Amen.kbur.memhrna.qale.hiwet.yesmelna.bhaqi
🙏🙏🙏❤
ቃለ ሂወት የስምዓልና ኣምላክ
Amen amen amen qale hiwet yesmalna abona ab xelotkum zekruna
ኣሜን ቃለህወት የስመዐና❤❤
ብሓቂ ቃልሂወት የስምዐልና ኣቦቐሺ!! ዋላ ትሃድሶ ይበሉና ንጌጋ ኩሉ ግዜ ጌጋ ክንብል ኢና።
Amen
ቃለ ሂወት የስምዓልና
Ufff kab krsto kemzia kusto kemzi elu kab mbal wey tehadso mbal gedifkum wengel qal Amlakh meharuna Meneseyat ntefie alena ✌️✌️✌️
haftey Natey Beite chertiyan eko meshet meshet gubaee gira wengil tesbek ala nementay zeytkedi , kab ab yotub texbeyi, ab tekaki biete cherstiyan endeher zeyel kea wengial zekone merixki semeii ab yotub wen wengal kesbku yewelu alewu gen kab atekakemaki eyu
ብጣዕሚ ሩጡብ ቃል ኣቦና ዕድመ ይሃብኩም ፈጣሪ
ኣሜን ኣሜንኣሜን ቃል ሂወት ይስመዐልና እግዚአብሔር ኣምላክ ፀጋኡን በረከቱን የብዘሐልኩም ክቡር ኣቦና ሎማዓልቲ ኢየ ሪአዮ ቻናልኩም ሳፕስክራይብ ገይረ ኣለኩ ክካታተለኩም ኢየ ❤ግን ሕቶ ኣሎኒ ማርጌታ ዘኣማኒኤል ኦሮቶዶክስ ተዋህዶ ድዩ ንምንታይ ዳኣ ንሓውና መምህርና ስልጣን ከሰተ ንምንታይ ብዘይበሎ ከፀልሞ ይውዕል ኣሎ እቲ ዘፀልሞ ፀለመ ንተዋህዶ ይገልፅ ድዩ ንምንታይ ስልጣን ብትሕትና ክራዳደኦ እናደለየ ዘይረዳደኦ ኣብ ስልጣንን ማርጌታንከ መን ኢዩ ሕጊ ቤተክርስቲያን ዝጥሕስ ዘሎ ንህዝቢ ትግራይ ፅንዓት ይሃብኩም ስለዝበለ ዓገብ ስለዝበለ ብካልእ ፀለመ የፀልሞ ኣሎ ስለዚ ይምልከተኩም ስለዝኮነ ዓገብ በሉልና ክቡር ኣቦና መምህርና ክፅረፍ ደስስ ስለዘይብለና ስለድፍረተይ ብፍፁም ትሕትና ይቅሬታ ናበልኩ ብካልእ እምነት ነንባዕሎም ኢዮም ዝፃራረፉ ናበሉ ክምክሑልና ይገብር ኣሎ ማርጌታ ዘኣማኑኤል ናብ ልቡ ይምለሶ❤
❤❤❤🎉🎉🎉ቃል ሂወት ይስምአና ኣምላክ ጸግኡ ይብዝሃልኩም
ናይ ባሓቂ ደስ ዝብል ትምህርቲ እዩ ኣማን በኣማን
ኣታ ህዝቢ ኣእምሮካ ኣስርሓዮ መጽሓፍ ቁዱስ ናይዛ ዓለም ኩሉ ከንቱ ኢዩ እንዳ በለ ከሎ ን ቢንያም ብ ሳይክል ተዓዊቱ ኢልካስ ተዓዊትካ በልዎ ኢልካ ምዝማር ምስ ምንታይ ኢዩ ክቁጸር ዋውውው ይበል ድንቁርና።
ብዝኮነ እግዚአብሔር ብዓይኒ ምሕረቱ ይጠምተና
እንተኮነ ግን አብዚ ግዜዚ ዞሎናዮ ብጺሕናዮ ዞሎና ናይ ብሓቂ ካብ ኢድ እግዚአብሔር ወጺእና አሎናሞ ከምቲ ዘይሕሶ ቅዱስ ቃሎ አነ አምላኹም ቀናእየ ዝበሎ እግዚአብሔር ብምቅንኡ መዓት ከይወርደና ናብ አምላኽና ንመለስ ህዝበ ክርስቲያን ሰላም ፍቅርን ንህዝብናን ንሃገርና ንምሉእ ህዝቢ ዓለም የውርደልና አሜን🙏🙏🙏
Kalhiwet Yesmaelna Btaemi Ds Zebl Meglxi
ሰላም ኣቦይ ቀሺ ክመይ ኣለኩም ብመጅመረታ ቃል ሂወት የስማዓልና በዚ ንዓይ ተትጽሕፉለይ ጽብቅ ክሓተኩም ሓጻረ ኢያ ኣቦይ ቀሺ ሓደ ነገረ ኣሎ ዝነግረኩም
ሰላም ንዓኻ ይኩን ኣቦይ ቀሺ እስኪ ክሓተካ ሓደ ሕቶ ንመዓተብካ መልስ ቤቴክርስትያና ካብ ንጻድቃናት ንመላእክቲ በዓብዩ ከኣ ንጎይታና እዮስስ ክርስቶስ ካብዚኦም ሓሊፉ ንማን ይኩን ናይ ዓለማዊ ዓወት ዘመዝገበ ዘሚራ ትፈልጥ ድያ እንተሎ ከ ኣበይ ኣሎ ብጭብጢ እንተዘይ ኣሎ ከ ንምንታይ ኣብ ቢንም በጺሓ ዘሚራ ንምንታይ ዕላማ ተፍቅድ ድያ ፡ እቲ ሕደማ ንባዕሉ ህየሳ ተጌርሉ ዶ ብልቃውንቲ ምክንያቱ ጸላእትካ ዝብል ኣሎ መዋዳድርቱ ድኣ እበር ጸላእቱ ኣይኮኑን ።
ታሃድሶ ክሳዕ ዘሎ ንክደይ መሀስቀል ዝሓዝኩም ክንኣምን ገዳምኩምን ኣድባርኩምን ከየፍለጥኩም ሕጂው ብማስ ሚዲያ ዝ መጽእ መልእኽቲ ኣይንቅበልን ሰለ ማርያም ወላዲተ ኣምላክ ግን ነዚ መንእሰይ ሕሰብሉ ደድሕሪ ተቋወቲ ክኸይ ንሪኦ ኣለሀና በጃኹም ተጠርነፉ🙏🕊
❤
ተሃድሶ ደኣ ሞ ካሳሁን ስልታን እዩ መን ሰብ ዝፈልጦም እዩ ምስ በዓል መቃርዮስ ምስ ቀሺ ማርቆስ ስለ ዝተዓረቁ እዚ ከኣ ንጹር እዩ በዓል ካሳሁን በዓል ስልጣን ንበዓል መቃርዮስ ንበዓል ቀሺ ማርቆስ ክካላኻሉ ብዙሕ ርኢና ኢና
መቃርዮስ ቀሺ ማርቆስ ከኣ ስላሴ ኣየድልዩን እዮም ድንግል ማርያም ጥንተ ተኣብሶ ኣለዋ ዝብሉ እዮም
አበትግራይአብቤተክሪሰትይንንደብረጽየተዘመሩሉኔሩከምኡዘኢብሉወይዝቃወሙአይተረኩቡንዘገሪምአዩአዝንኩሉ ከከወኢንአለዏ
ንደዮቆንካሳሁንእዩሕቶየከሉ ሐደዶአይኮነን
❤❤❤ kab haki zenexere haki ❤❤❤
Amen Amen Amen
ብቕድሙ ኩሉ መዛሙራት ተባሂሉ ዝዝመር መን ዶ ሳንሱር ጌርዎ ኢዩ፡ በጃኹም መንፈሳዊ ደርፊ ኢልካ ክትጽውዖ ይሓይሽ፡ ክሳብ ሕጂ ብዘይካ ግእዝ ዕዝል አራራይ፡ ዘቅዱስ ያሬድ ካልእ መዝሙር ዝበሃል የለን ኣይንፈልጥን፡ ስለዚ መጻሕፍቲ ኣንቢብኩምን ተማሂርኩምን ንህዝቢ ዝጠቅም ምምሃር ዶ ኣይሓይሽን
Kale hiwet yesmealna nay orthodoxe xunueat abotattna bzekakum abzi gize ezi zgsx yelen amlak xegu ybzahalkum ente eziom lbom ztedefnu deki abrha kasa gdefuwom tefalitna alena felitu zesqetes newniwkayo aysemein eu negerom😢
ከመይ እዩ እዚ መዝሙር ከመይ እዩ እሞ እዛ ዝዘመርዎ ትኽክል ኣለዉ ማለት ድዩ ከ እሞ ኖቶም ንቅድስ ቁርባን ፈትፊቶም ዝህቡ ዘለዉ ክንዝምረሎም
ን ክህናት ክንዝምሮሎም
13:55 14:02 14:05 14:21 14:25 14:25 14:27 14:28 14:29 14:31 14:31 14:39
Kale hiwet yesmealna abona haki yhabkum Fetar🙏🏼💒
ጌጋ የብላን ኢለ ኢየ ዝኣምን። መልሲ ውን ተዋሂብዋ ኢዩ። ከም ኣብነት ክህበካ ኢየ ክትምርዖ ከለኻ ከም መርዓዊ ግሩም፡ መርዓዊ ትመስል ኣንበሳን ካልኦትን ኣለዉና....። እሞ ኣብ መርዓ፡መመረቅታ፡ታሕጋስ እንዝምሮም እዚኦም ውን ግቡእ ኣይኮኑን ማለት ዩ። ንኣቦና ዳዊት ኣብ ውግእ ተዓዊቱ ምስ መጸ ኣዴታት ብዝማሬ ተቀቢለንኦ... ወዘተ....። እቶም ካብ ቅድስቲ ቤተክርስትያን ዝወጹ( ኣብ ትሕቲ ቅዱስ ሲነዶስ ዘየለዉ) ኩሎም መናፍቃን(ተሃድሶ) ኢዮም። እቲ ኣብ ትሕቲ ቤተክርስትያን ዝዝመርን ዝስበኽን መሰል የብሎሙን ተጋግዩ ክእርሙን ክብሉ። እግዝኣብሔር ካብ ጥፍኣት ይምለሰና
@@kabmiela3373
ሰላም ነዓካ ይኹን እቲ ቃል መጽሐፍ ቅዱስ ዘመራ ኣይብልን ጽቡቅ ጌርካ ረኣዮ ።
1ሳሙ 18 : 6 -7
" ዳዊት ነቲ ፍልስጥኤማዊ ቐቲሉ ምስ ተመልሰ፡ ካብ ኵለን ከተማታት እስራኤል ኣንስቲ ብኸበሮን ብእልልታን ብመሰንቆን እናደረፋን እናሳዕስዓን ንንጉስ ሳኦል ኪቕበላ ወጻ። እተን ኣንስቲ ኸምዚ ኢለን እናደረፋ ተቓባበላ፡ ሳኦል ሽህ ዳዊት ግና እልፉ ቐተለ።
እዩ ዝብል ብሩክ ሓወይ ። ይመስል አንበሳ ገዳም ዝብል ቃል ግቡእ ኣይኮነን ካብ ደርፊ ዝተወስደ እዩ ጌጋ እዩ ዝብሎ
ክሓተኩም ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ ስዕሲት ዝብል ኩሉ ብልክዕ ድዩ ሳስዒት ከም ዝምስለኒ ንቲ ኣብ ግእዝ ብትፍሲሂት ዝብሉ ኣብ ትግርኛ መጽሓፍ ቅዱስ ድማ ሳዕሲዒ ኢዩ ዝብሎ ስለዚ ናብ ሳዕሲዒ ኩኑዕ ኢዩ ዝበል ሕሳብ ከይንከይድ ጥንቅቅ ንበል፡
ሰላም ዝሓወይ=_ ንመርዓውቲ ዝዝመር ንስካ ዘይድገም ፡ቃልኪዳን ትገብር ኣለካ እሞ ፡ ግሩም እዩ ፡መጽሓፍ ቅዱስ ዝእዝዞ እዩ።
መዝሙር ዝግቦኦም፡ነቶም ቅዱሳን ብጽድቂ ዝሓለፉ ፡ካብዚ ዓለም ብመዝሙር ፡ለሙኑልና ንብል ወይ ጉዕዞኩም ብዓወት ኢኩም ዛዚምኮሞ ኣብዚ ዓለም ንብል።ንውልቂ ሰብ በዚ ናይ ዓለም ፡ተዓዊቱ ኢልካ መዝሙር ክግበረሉግን ። ኣይግባእ
ንመጀምርያ ግዜ ዝተዘመረሉን ዝተደረፈልን ተራ ሰብ (ቢንያም) ርኤ፡ ርግጸኛ ኮይነ ክዛረብ ወይ እቶም ዝደረፉ ወይ ካኣ እቶም ዝዘመሩ ተጋግዮም ኣለዉ። እንተ ኣገልገልቲ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ እሞ ፈኹስኩምኒ፡
በሓቂ ❤።
ክቡር ሓወይ እዛ መዝሙር ሰብ ኣይፈተዋን ክንደይ ክትዕ ኣለዓዒላ። እቶም መጀመርታ ዝዘርግሓ ኣውጺኦማ ንስኻትኩም ኣለፋሻ ድዩ ደጊምኩም ኣብ ናትኩም ፈኒኹማ። ን ቢንያም ክንደይ ዓለማዊ ደርፊ ተደሪፍሉ ዩ። ንስኹም ካብ ደጊምኩም ሰብ ካብ ተቕጥዑ ከይዘርጋሕኩም ስቕ ዘይትብሉ። እዞም ሰባት ስምዒት ናይ ሰባት እዮም ገሊጾም እምበር ምሳኹም ህልኽ የብሎምን። ስለዚ ኣምላኽ ንኹላትና ዓይነ ልቦና ይኽፈት።
❤ተዓዊትካ በልዎ እትብል መዝሙር ሓገዝ ኣምላክ ኣብየማንካ ኔሩ ተዓዊትካ በልዎ
❤መስቀል ኣምላክ ኣብ ክሳድካ ኔሩ ተዓዊትካ ንለካ
❤ሓይሊ ኣምላክ ምሳካ ኔሩ ዝኣመንካዮ ኣይምላክ ኣዕዊቱካ በሃልቲ ኢና ❤ ዓወት ኢሉካ ንቢንያም ኣይተዘመረን በሓይሊ ንቢንያም እያ ትብሉ እንተ ሃሊኩክ ብተኣምር ኣርእዩና ❤
ኣንታ ሓወይ ንእዝንኻ እኳ ዘይኣመንካ'ዶ ንካልእ ኣሚንካ ።ንዘምረሉ እናበለ ካብ 2ይ ክሳብ 4ይ ዘሎ ስታንሳ ስምዓዮ ።
@@AngesomAlem-e8p ኤህ ክሳዕ ክንድኡ ደቂስካ ኣለካ ተንስእ ዝተገብረ መብራህርሂ ስምዓዕ ልዕሊ ገጣሚ ገዛሚ እየ ኣይትበል
@@WeldezebdeiwosYohannes ዋላ ነቲ ገጣሚ ዝሰማዕካዮ ኣይመስለንን "ብስምዒ ንብንያም ብወርቁ ንበዓል ጳውሎስ " እዩ እኮ ዝብል ዘሎ ።ጎበዝ ግጥሚ ትፈልጥ እንተኮይንካ ትግርኛ 'ውን ትሰምዕ እንተኮይንካ ንሱ ክሳብ ዝምልሰልካ ክትጸንሕ ኣይምተገብአን ።
@@WeldezebdeiwosYohannes ክልቴኡ ክፋላት ሰሚዐዮስ ወልሓደ ዝተለወጠ የልቦን ።በእንተ እለ ይነግዱ ኢልካ ምጽላይን ንብንያም ምዝማርን ሓደ ገይሩ ዘመጽእ መምህር እዩ ።ወይ'ውን ንኣቡነ ኣረጋዊ ምሉኣ ጽድቅ ምባልን ንኤርትራ ምልእቲ ጸጋ ምባልን ሓደ እዩ ዝበለ።ክውስከካ እንተደሊኻ ክውስከካ !!!
ክላእ ንግዚኡ ነዚ ምስኪን ህዝቢ ተደናግሩ እምበር ኣብትበጽሕዎ የለን
❤❤❤
Betami xebuk tmhrti abona kexlewo netom haki Ena feletu bi hilik ni sebat zeydnagru zelewo amlak ykrie yblelom. Abona kexlewo amlak ybarkum 🙏🙏🙏(3)
እንጀራ እዝጊ ብልዑ ኣባ ቐሺ
በል ንስኻትኩምውን ዓቢ ገጋ ተጋጊኹም። ነቶም መዝሙር ይግብኦም ትብልዎም ደለኹም ባዕሉ ድፈጠሮም እዝጋኣቢሀር ጳጳሳትውን መዝሙን ኣይግብኦምን ኢዩ። መዝሙር በጀካ ንእግዛኣቢሔር ንካልእ ድኾን ይኹን ፍጡር ኣየቀደን። ጌጋ ትምህርቲ ኣይቲሃቡ።
kal hiwet yesmalna
ኣሜን ቃለ ሂወት የስምዓልና ኣርእስቲ ግን ኣይመረጽኩምላን ብዙሕ ሰብ ኣሎ ከይረኣየ ኣርእስቲ ርእዩ ኮመንት ዝጽሕፍ ብዝኾነ ኣምላኽ ጸግኡ የብዝሕ ሕጂ ውን ኣይከውውንን ኢዩ
Hameyti
ካልእ ትምህርቲ ክትምህሩ ኣይትክእሉን ዲኹም፡ በጃኹም ካብዚ ቖሎ ጥጥቖ ውጹ።
ሰብ ንእሸተይ ኣግዚኣብሔር እዩ ። ግን ኒእግዚአብሔር እዩ ተዘሚሩ
Entetrakebus nenhdekum metefagaekum tekebabirka mkad yelen bsm haymanot YouTubarkum kteebyu ktblu nsebat xlee tmhru alekum
Hji wn aygbonn eyu bzkone mhret yewrdelna
ባዕልካ እኳ ትብል ኣለካ
እቲ ናይ ቄሳር ን ቀሳር እቲ ናይ ኣምላኽ ን ኣምላኽ ዩ እዛ ቤት ክርስትያን እምነታ ኣጥፊኣ ኣላ
Tkkkllll
ቤተክርስትያን እምነታ ኣጢፊኣ ኣትፈልጥን ለከመከ ኣንግበሮ
@@tekleshishayabraham4696 endea mber kndi wegel qal Amlakh kmhru zwelu menafeqan do tehadso do enda belu seb khamyu enda wealu dea entay knbl ena ..aemnetna hizna tenkheyd bzuh watit aymmexeananb
በአማን አማን
Bmhret amlak ane maryam weltweit goyta knasa tntei tehadso alewa kblu kelewu nezi ztezareblu ab shoshal wetyom zbelwomo melsu nezy mezmur gn nay wlki yu ykreta keha hatitemulu zey wedk yelen wediku zeitsa anber
ን ተቓዋሚ ህግደፍ ሸየጥቲ ሃገር ወይ ትግረዎይ
ን ደገፍቲ ህግደፍ ባራዩ
ን ሰበኽቲ ተሃድሶ
እንታይ ኢና ክንብል ወደይ
ይገርም ዩ ንፍቕሪ ዝሰብክ መምህር እኮ ስኢና ማለት ምስ ተግባርን ትሕትናን ዘለዎ ወቐሳ ጥራይ ኮይኑ በቃ
ygerm eyu
Nay ertra sebaki bthtna temeliu hzbi nab hiwet zemtse yelen nenhdkdku ktmanchtu hzbi selam tezrigewa na pente ykeyed alo emo wengel asteyewo nhzbi brukat merahtna
Bunet btemi en nfetweku mklul abo eku tsegeu yebzhalkum etiom nbenyam zzemerulu kea mspoltika ztasasaru nay sgeom tray zhasbu eyom❤
Qal hiwet yesmaalna abona nay bhaqi quna tmhrti
እግዛብሄር ይባርኩም ከምኡ ጌርኩም ኣምሁርና ኣነ ዝሓዘንኩ ግን እቶም ዝዘመሩ ኣብ ቃለ ምሕተት ቀሪቦም ዓገብ ኣይትበሉና ምስ በሉ እዩ ንገርዎም በጃኹም
Kale hiwet yesmealna Abona.
Netom Neta mezmur a chanelom awridoma zelewu dma tihtina yhabom.
N betekrstian semiom kikedu nlminom. Ember keydi betek koinom kale zeynebere kemixiulna eyom.
Kal hiwet yesmelna abona mxur eyu ❤❤❤❤
ቀሺ ኮልቲ ናይ ሻዕቢያ ዘለዎ ኣሎሞ፡እንታይ ትብሉ 14:44
እቶም ንናይ ቢንያም ዝተዘመረት መዝሙር ትኽክልዩ ትብሉ ፡ ልብኹም ኣብ መንፈሳዊ ሂወትን ዓለማውን ተመቓቂሉ ዘሎ ኢኹም። ንመን ከምተገልግሉን ከምተመስግንን ኮምባስኩም ዝጠፈኣትኩምዩ።
እምበር መዝሙርሲ ንናይ ኣምሉኾ ምስጋናን ውዳሰን ዳኣምበር ንኻልእ ክውዕል ኣይግብኦን።
እቲ ናይ ቄሳር ንቄሳር ፡ እቲ ናይ ኣምላኽ ክኣ ናይ ንኣምላኽ ድኣ ሃቡዎ የሓዋት። ዳሓር ክኣ ብግዚያዊ ስምዒታትኩም ነዚ ወለዶ ኣብ ምድንጋር ኣይተእትውዎ። ኣይተዳናግሩዎ በጃኹም።
Qale hiywet yesmalna Abona tntawitn zelan nzelalemn ya,Egzabher melsi alewo
ኣጋንንቲ ውን ሰብ ንምስሓት ሕብሩታ እዮም
ዝኾነ እንድሕር ኣሎ እንዶ ብውሽጢ ተረዳድኡ ከላ ኣብዚ ሜዳ ዘለኹም ካብ 7 ዘይትበዝሑ ኣቅሽሽቲ መፍቶ ካልእ ሃይማኖታት ኣይትግበሩን በጃኹም ነንሕሕድኩም ተሰማምዑ
eti mezumur hafeshawi kikewin nerwo, ezi gin nihade seb zemaekekle mukanu gin gega eya
ቢንያም ትብል ኣላ ድያ
eway nseb zzmer aynfeltn wedey nay lomi gn fuluy yu 😢😢😢
ኣንታ በጃኻ እዚ መዝሙር ዘይኮነ bbusiness ኢዩ
ትክክል ምምህረይ
Men eyu kuxri kle
Ezom sebat tegagina mebal deyu kebidewom gega eyu geromomo zelewu selzi yekreta hatitom kedekesewo yegbea
Tehadso dea eta b wedi kasa tmrah zela orthodoxe betekrstyan eritra , hasewti shetawnti
ቃለ ሂወት የስመዓልና.
Kasahun zbehal ertrawi wen aynfelten ena nedom Kasakhstan tkoneøem awahlilka habom tserer hezbi eka nska hasawi emnet tegolbibka hasotka menzah
Weyleke eti ar,esti hibkayo deleka keman kunu,e aykonen b,eli ms tehadso habirna ndbelu si men eyu tehadso ktbluna ygerm
Kabkom zabe tehdso yalon eko
ካብቶም ኣብ ዓወት ዘይ ትደልዩ ሰባት ኢክም
ከላ ጀነራላት ህግደፍ ቤትክርስትያን ኣይከነትን ዘለትኩም ምዓስከር ኢያ
ንምንታይ ትደናገጽ አስተምህሮ አቡነ መቃርዮስ እንታይ ድዩ????????????
Ay nay TH-cam mexaxat tehadso
ንስኻ ተሓድሶ
እትንኣዳ ለሰብ እስከ ተፍጻሚቱ
ብሓቂ ቃል ሂወት የስመዓልና ኣቦና፣ ሎሚ ጸገም ኮይኑ ዘሎ ኣብ ቤተ ክርስትያን እንተ ተዛርብካ ብመሰረት መጽሓፍ ቅዱስ ብመንገዲ ሃዋርያት ክንዲ ዘረድኡ፣ ተሃድሶ ዶ ገለዶ እናበሉ ካብቲ ቅኑዕ መስመር ሰብ የስሕቱ ልክዕ ከምቲ ኣብ ናይ ሃገርና ፖሎትካ ከምዚ ጸገም ኣሎ እንተ ኢልካ ተዛርብካ ናብ ጎሮቤት ዝሰድዃ ማለት እዩ። ሎሚ ንሓሳብ ብሓሳብ ዝቃለስ ሰብ ተሳኢኑ
መን ኢኻ ንስካ ከ ክንፈልጠካ
Eti zeichnen ane btami zehzneni Abona Antenos 😢😢😢 zeyzemeru s Egzabher ayne lbona yhabena
ኣፍካ ዘይጽረካስ አብ ዘዕበየካ ተመርቀፍ
መምህር ትብሎ ክሉ ሐቂ ኢዬ ።።።እቲ ጸገም ዘሎ ከም መምህር ካሳሁን አይነት አብ ዝኮነ ይኩን ብኢትዬጵያዉያንን በትግራዎት ክግበር ስቅ ይብል ኤርትራዊ አምሃሩ ኦሮሞ ክቅተለዎ ከለዎ ስቅ ይብል ወይ ከአ አንፈቱ ቀይሩ ነቲ ህማቅ ዝገበረ ጻድቅ ይገበሮ ።። ትግራዎይ እንድህር ተቀቲሉ ወይ ዋላ ብህሶት ከምዚ ኮይኑ እንድህር ተባሂሉ መጽሐፍ ቅዱስ ሂዙ ጥቅሲ እንዳጠቀሰ ይኩንን ብተዘዋዋሪ ከአ ፖለቲካዊ ዝኮነ ዘረባባት ይዛረብ ።።።ብሐቂ ናይ ትሕቲ መስቀል ቁማርተኛ ዲን ካሳሁን ኢዬ
Aytgage hawey bxmona teketatelo n kulu eyu zgsx ab amnet zetekore
ናይ ኤፍሬም እህተ ሰይጣን ልኡክ እንታይ ትገብሪ አብዚ ?