ወይ-ግዘ-ክፋል3-ትግርኛ ሲትኮም ድራማ_-_Wey-Gze Part3-New Tigrigna Comedy Drama-2022

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 4 ต.ค. 2024
  • ወይ ግዘ ሲትኮም ድራማ አብ ናተይ ዩቱዮብ ቻነል ጥራሕ ዝዝርጋሕ እንትኮን አታዊኡ ድማ ነቲ ኮሜዲ መስርሒ ይውዕል ካብዚ Channel ወፃኢ አብ ካልኦት ምዝርጋሕ ነቲ ስነ ጥበበኛ ሞራላዊ ጉድኣት የስዕብ እዩ። Like, Comment, Share, Subscriber, ብምግባር ድጋፍኹም አይፈለየና...

ความคิดเห็น • 457

  • @ክብርቲኣብርሃ
    @ክብርቲኣብርሃ ปีที่แล้ว +176

    ካብ ቲክቶክ ዝመፀ ኢዱ ንላዕሊ ተጋሩዋይ ነባራታዓዮም ንሕዋትና ንዕቢ❤🙏💔

  • @Tigray645
    @Tigray645 2 ปีที่แล้ว +158

    ተጋሩ ኣበይ ኣለና ዋይ ንዑባ ኣሕዋትናን ሚድያታትናን ነዕቢ ተጋሩዋይ

  • @iguuey5124
    @iguuey5124 ปีที่แล้ว +55

    ዛኮመንት ተንብቡ ዘለኹም እግዛኣብሄር ኣምላኽ ሓሳብ ልብኹም ይስምረልኩም ድምፂ ወለድና ንሰምዐሉ ዓድና ሰላም ዝኾነሉ ይኹን

  • @galltigray4548
    @galltigray4548 ปีที่แล้ว +25

    ኣብዛ ምድሪ እንኮ ተስፋይ
    ንስካ ኢካ ከውለይ ጸግዐይ
    ኣብካ እዩ እምነተይ ብሓቂ
    ሰላምካ ይመለስ ህዝብና❤️💛✝️

    • @ሄሩየማራናታቻናል
      @ሄሩየማራናታቻናል ปีที่แล้ว +2

      ሳብሰኪራይብ ገበረለይ ብፈቃዱ ይኩን ክብረተይ❤🍃

    • @galltigray4548
      @galltigray4548 ปีที่แล้ว

      @@ሄሩየማራናታቻናል ኢለኪ መዓረይ እሹኒ

  • @ኣፅቢ
    @ኣፅቢ 2 ปีที่แล้ว +85

    ዛመዝሙር ደስ ክትቡል 💖💐💖💐💐💐💐💖💐💐💐

    • @ሄሩየማራናታቻናል
      @ሄሩየማራናታቻናል ปีที่แล้ว +1

      ዋላ ኣነ ደስ ኢላተኒ ክብረተይ❤👏

    • @tigraweyti7855
      @tigraweyti7855 ปีที่แล้ว +2

      ናብርክታዊት እያ ዛመዝሙር ኩላ ክትሰምዕያ ትክእሊ እኪ ክብረተይ ኣብ ዩቱብ

    • @hamerenoah950
      @hamerenoah950 ปีที่แล้ว

      @@ሄሩየማራናታቻናል ሄሩ ጻዕዳ ሽጉርቲ ኣብዚ ከኣ ጸኒሕክኒ

    • @ሄሩየማራናታቻናል
      @ሄሩየማራናታቻናል ปีที่แล้ว +1

      @@hamerenoah950 ምሳይ ድካ ተዘረ😂😂👌

    • @hamerenoah950
      @hamerenoah950 ปีที่แล้ว

      @@ሄሩየማራናታቻናል
      እወ ምሳኪ የ ኮለል ዝብል ዘለኹ ከምዛ ርእሱ ዝተሃረመ ድሙ😆😆

  • @mmmn7702
    @mmmn7702 ปีที่แล้ว +88

    ኣሰይ እዛ መዝሙር ደስ ክብል ስደትና ኣሕፅሩ ናብ ኣፍደገ ሰላም ይብቀዐና 😥😥😥💊🥰🥰🥰

  • @slamass8379
    @slamass8379 ปีที่แล้ว +32

    ኣሰይ መዝሙር ደስ ክብል ቃፅልሉ ተጋሩዋይ❤️💛🙏

  • @mizaanberhane4002
    @mizaanberhane4002 ปีที่แล้ว +21

    እሰይ ተጋሩዋይ አጆና አምላኽ ሃገረ ትግራይን ህዝባን ይባርኽ

  • @lilitylility4864
    @lilitylility4864 ปีที่แล้ว +14

    እንደኛታት ካብ ዲራማታት ኩሉ💛💛❤❤💛👍👌መዝሙር💒💒💒💒💒👏👏👏🙏🙏🙏🙏ተጋሩ ስላም ንህዝብናን ናዓዲናን🙏❤💛❤💛

    • @MaryMary-wq9iy
      @MaryMary-wq9iy ปีที่แล้ว

      Amen Amen Amen Temsegen 🙏🏽➕️🙏🏽➕️🙏🏽➕️🤲🤝🤲🤝😭💘💖💘🇻🇳💋

  • @jge7tye640
    @jge7tye640 ปีที่แล้ว +26

    ኣሰይይይይ ዝማሬ መላእክት የስመዐልና እቲ መዝሙር ደስስ ክብል❤❤❤❤💛💛💛👏

  • @Saudi-mq1dp
    @Saudi-mq1dp ปีที่แล้ว +22

    ተጋሩዋይ ፁሩያት ቀፅልሉ ❤💊ኣበይ እኔአና ተጋሩ ነዕብያ ነተባባዓዮም ❤💊

    • @ሄሩየማራናታቻናል
      @ሄሩየማራናታቻናል ปีที่แล้ว +1

      እሸኒ ክብረተይ እስኪ ንዓይ ሓፍትኪ ሳብሰኪራይብ ገበረለይ ብፈቃዱኪ ክብረተይ💘

    • @filifiliaradom6386
      @filifiliaradom6386 ปีที่แล้ว

      ትም በል ፅሩያት ትብል ይዓክ ከም ትግራዋይ መታለሊ እኮ የለን ሓሰውቲ

  • @tsruytibrhanu8879
    @tsruytibrhanu8879 ปีที่แล้ว +44

    ኣሜን ዝማረ መላእኽቲ የስመዐልና ናይ ብሓቂ ብዘይካ ንስኻ ካልእ ተስፋ የብልናይ ልዑል እግዚኣብሄር

  • @hiwethiwet6208
    @hiwethiwet6208 ปีที่แล้ว +7

    ተጋሩዋይ አማርኛ ጓሓፍዎ ንዑ ናብዚ 💊💊💊💊❤❤❤❤👌👌👌

  • @70wit
    @70wit ปีที่แล้ว +11

    ማርያም ኲሓ ሰላምኩም ተብዘሕና የሕዋተይ ጀጋኑ💊💊💊💊💊

  • @ተመስገን-ዀ4የ
    @ተመስገን-ዀ4የ ปีที่แล้ว +21

    ኣጋይሽ ድዮም ኮይኖም ዘይንፈልጦም ዘወር ክብል ኣግንይዮም ኣብ ናይ ካልአ ማ ንሕና ተጋሩ ኢናኾ ንካታተሎ ኣየኩም ንበሎም. ክንደይ ቀልዲ ሸር ክብሃል ሪአ አየዋ አዚኣ ግን ኣይርአክዋን

  • @HafteArgaw
    @HafteArgaw ปีที่แล้ว +13

    ጭላቆ ዕበየልና ንፉዕ ዕሸል አበሳ ኢኻ❤❤❤❤

  • @Fanu1951
    @Fanu1951 ปีที่แล้ว +8

    እዛ መዝሙር ደስ ትብል እልልል ዝማሬ መላእክት ያሰማልን
    ዋይ እዝ ቆልዓ ትፀውይ ብሰሓቅ ቆስለ

  • @tdf1948
    @tdf1948 ปีที่แล้ว +29

    ተጋሩዋይ ቀፅሉሉ ❤️🙏🙏 እግዚአብሔር አምላክ ስላምና ይመልስልና

    • @sahije8289
      @sahije8289 ปีที่แล้ว

      አሜን አሜን አሜን

    • @ሰላምሰላም-ዐ8ኸ
      @ሰላምሰላም-ዐ8ኸ ปีที่แล้ว

      እግዚኣብሔር ኣምላክ ሰላምና ይመለስልና 🌹🌹🌹🌹🌻🌻🌻🌺🌺🌺💊💊💊💊💊💊

  • @ኣርሱጋልትግራይ
    @ኣርሱጋልትግራይ ปีที่แล้ว +13

    ኣሰይ እታ መዝሙር ደስ ክትብል እግዚኣብሔር ኣምላክ ስደትና ኣሐፂሩ ብሰላም ናብ ቤቱ የብቀዐና ሰላሙ ይላኣከልና ተጋሩዋይ ሰላምኩም ብዝሕ ትርፍ ይበለለይ ደቂ ሪመይ ማዓረይ ሰላም ንኩሉ ዓለም ይግበረልና 🌍 ❤️❤️❤️💛💛💛🌹🌹🌹😘😘😘🥰🥰

    • @ሄሩየማራናታቻናል
      @ሄሩየማራናታቻናል ปีที่แล้ว

      ኣርሱየይ መኣረይ ሳብሰኪራይብ ገበረለይ ብፈቃዱኪ ክብረተይ❤🍃

  • @መዲሓፍቲኬቢጋልዓባይትግራ
    @መዲሓፍቲኬቢጋልዓባይትግራ ปีที่แล้ว +8

    ኣሰይ ኣሰይ ተመሰገን ኣምላክየ ዛመዝመር ደሰ ክትብል ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ ደቂ ዓባይ ሃገር ትግራይ

  • @sarahedega6087
    @sarahedega6087 ปีที่แล้ว +9

    ኣሜንንንንንንንንንንንንንንእዛ መዝሙር ደስ ክትብል ተጋርዋይ ቀፅሉሉ💊💊💊💊💊💊💊💊💊🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰

  • @ሓፍቲጅግናኢልኩምፀውዑኒB
    @ሓፍቲጅግናኢልኩምፀውዑኒB ปีที่แล้ว +5

    አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መልአክቲ የስመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልኩም ደስ ክብል ደቂ ዓበይቲ

  • @AbCd-gr3ef
    @AbCd-gr3ef ปีที่แล้ว +1

    ኣሰይ ዛ መዝሙር ደስ ክትብል ዝማሬ መላእክቲ የስመዐና ተጋሩዋይ ሓላላት🙏🙏🙏💊💊💊💊💊💊

  • @ksanet12147
    @ksanet12147 ปีที่แล้ว +12

    ኣሰይ ዛመዝሙር ደስ ክትብል ኣምላከይ ስደትና ኣሕፂርካ ናብዛ ቅድስቲ ዓድና ትግራይ ብሰላም ምለሰና🤲🤲🤲🤲💛💛💛❤❤❤

    • @ሄሩየማራናታቻናል
      @ሄሩየማራናታቻናል ปีที่แล้ว

      ጓል ዓደይ መኣረይ ሳብሰኪራይብ ገበረለይ ብፈቃዱኪ ክብረተይ💘

    • @ksanet12147
      @ksanet12147 ปีที่แล้ว

      @@ሄሩየማራናታቻናል ገይረልኪ ኣለኩ ምቅርተይ

  • @gdhdhgdgd905
    @gdhdhgdgd905 ปีที่แล้ว +6

    ኣሰይ ዘማረ መልኣክተ የሰመዐና ፍትዋተይ🙏🙏💊💊💊💊💊

  • @ኣቢጋልትግራይ-ሐ1ደ
    @ኣቢጋልትግራይ-ሐ1ደ ปีที่แล้ว +6

    ኣሰይይ እዛ መዝሙር✝️🙏♥️
    ሰላምኺ የርኤና ፈጣሪ ትግራይ ሃገረይ 💊♥️

  • @ህልናጓልተዋህዶዘትግራይ
    @ህልናጓልተዋህዶዘትግራይ ปีที่แล้ว +9

    ዋይኝ ጭላቆ ሽኮር ይፈር ለዳባ ሃደራ ዶበለ😀 ብዝኮነ ቃፅልሉ ሙቁራተይ💘💗💘💗

  • @jge7tye640
    @jge7tye640 ปีที่แล้ว +6

    ተጋሩዋይ እንኳዕ ብሰላም መፃእኹም 💛❤💛❤💛❤💛❤💛❤💛❤💛❤💛❤💛

  • @tigrawetieye434
    @tigrawetieye434 ปีที่แล้ว +12

    ፀላዒ ዓይኑኩም ድፍእ ይበል ተጋሩዋኒ❤💛

  • @desmake12321
    @desmake12321 ปีที่แล้ว +10

    Waww ገራሚ እና መምሃሪ ፊልሚ ጎበዛት ቀፅልሉ(ጭላቆ ዋዉ)❤❤💛💛

  • @ዓጋመዓደይማይዳወሎዋሎ
    @ዓጋመዓደይማይዳወሎዋሎ ปีที่แล้ว +7

    ተጋሩዎይ ንበሩለይ ስቲ 👍❤
    ስደትና የሕፅረልና ናብታ ቅድስተ ሃገርና ብሰላም ይመለሰና ተጋሩዎይ ☺️💘 ሰላምና ይመለሰና ፈጣሪ♥️♥️💘💘

  • @selamlekmu9726
    @selamlekmu9726 ปีที่แล้ว +1

    ብጣዕሚ ንፉዓት ብሓቂ ቀፅልሉ ተውክልትና ኣብእግዚኣብሄር ክከውንኣለዎ

  • @مريمم-غ2ت
    @مريمم-غ2ت ปีที่แล้ว +5

    ጭላቆ😋❤❤❤❤❤
    ተጋሩዋይይይ❤💋❤❤❤❤🔐

  • @teklitgebrehiwe8970
    @teklitgebrehiwe8970 ปีที่แล้ว +7

    ተጋሩ ሸር ላክ ናህና ነተባብዕ ናህና ንርኣ ።
    🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰

  • @ghfur6228
    @ghfur6228 ปีที่แล้ว +11

    ተጋሩዋይ ቃፁሉሉ🥰🥰 እግዝኣብሔር ኣምላክ ሰላምና ይልኣከልና👏

  • @ሜሪጓልሰብዓእንደርታ
    @ሜሪጓልሰብዓእንደርታ ปีที่แล้ว +1

    አሜን ((፫)) ዝማሬ መልኣክት የስመዐልና ተጋሩዋይ ዝመዝሙር ደስ ክብል🙏🙏💓💛
    እግዝኣብሔር ናዓኩም ክብል ይማሓረና ሓላል ህዝበይ ኡፉፉ🙏🙏😓😓💔💔
    ዝቆልዓ ግን ቆልዓ ድዩ ባ ተጋሩዋይ ሳሓቅ ወዲእና😃😄🙏💓💛💊

  • @tdftdf7914
    @tdftdf7914 ปีที่แล้ว +4

    ኣስይይይይይ እቲ መዝሙር ደስ ክትብለካ 🙏🙏🙏 ኣጆና ክወግሕ እዩ 💊💊💊💊💪💪💪💪ትግራይ ዓደይ

  • @ዓቅሊይሓተናእበርክንራከብ

    ተጋሩዋይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም እግዚአብሔር ኣምላክ 🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰

  • @amlesetmuruts470
    @amlesetmuruts470 ปีที่แล้ว +4

    ካሜራ ማን👌
    ተዋሳእቲ ግን ብዙሕ ጎደሎ አለኩም አብነት
    ➡አብ ቃላት አማርኛ ምሕዋስ
    ➡ዘይፍለጡ ባዕዳውያን ቃላት ምሕዋስ
    ➡ተገዳስነት ዘይምህላው እዙይ ማለት ከምዝመፀልኹም ኢኹም ትሰርሕዎ ዘለኹም ንአብነት ንስብአያ ሓደ ግዘ አታ ትብሎ ሓደ ግዘ አቱም ትብሎ አከዳድናኹም ብዙሕ ነገር አስተኻኽሉ ካብኡ ለለ መጀመርያ ክድረስ አለዎ ካብኡ ነናይ በዓልኹም ገፀ ባህሪ ብደንቢ አፅንዕዎ ተገዲስኹም ደኺምኹም ፅዒርኹም ንወለዶ ዝሓልፍ ስራሕ ስርሑ ብርገፅ አነ ነዚ ቆልዓ ክርኢ ጥራሕ እየ መፂኤ እምበር ዓበይትኹምስ ብዙሕ ጎደሎ አለኩም አስተኻኽሉ
    ሪኢቶ አንቢብኹም ኽተስተኻኽሉ ተስፋ ይገብር
    አነ ሪኢቶ ምሃበይ ከይትፀልእዎ ምክንያቱ ናተይ ሪኢቶ ፅባሕ ንፉዓት አርቲስትታት ክገብረኹም እዩ ጌጋ እናረአኻ ምንጭብጫብ ግን አብ ዝኮነ አየብፅሕን💜🙏

  • @samera7043
    @samera7043 ปีที่แล้ว +3

    ተጋሩዋይ ምቁራተይ ቀፅልሉ ኣሕዋተይ
    ጭላቆ ምቁር 💕💕💕😘😘😘❤️❤️❤️😉

  • @selamtigray3173
    @selamtigray3173 ปีที่แล้ว

    ተጋሩዋይ ቀፅልሉ ኣምላክ ዓድና ሰላም የውርደልና ፈጣሪ👏🥰❤

  • @kidigaltgray3392
    @kidigaltgray3392 ปีที่แล้ว +2

    አስይ ትጋሩዋይ ደስ ክትብሉ ኣምላኽ ሃገርና ህዝብና ሰላም ያውርደልና 👏👏👏
    ብጣዕሚ ደስ ብሃሊ መዝሙር ቀጽሉዋ 😘😘😘😘

  • @sooqusaabya3831
    @sooqusaabya3831 ปีที่แล้ว

    ዝሚሬመልኣክት የስማዓልና ደቂ ቅድስቲ ሃገረይ ናይባሓቂ ተመስገን ተኢልካኢካ ኩሉዜውሰከካ ኣጆና ባዕሉ ኣምላክና ሰላሙክህበና እዩ

  • @Haweyhawey99
    @Haweyhawey99 ปีที่แล้ว +20

    💊💊😍😍😘ኣሕዋተይ ሳብስክራይብ ላይክ ብምግባር ታሓባበሩኒ ተጋሩወዋይ

  • @selugaltigray6987
    @selugaltigray6987 ปีที่แล้ว +2

    ተጋሩዋይ ነታባብዓዮም🥰🥰🥰

  • @abrehetselomon.1001
    @abrehetselomon.1001 ปีที่แล้ว +4

    ፅቡቅ ስራሕ ደቂ ትግራይ💛❤️💛❤️

  • @sabiyasook4089
    @sabiyasook4089 ปีที่แล้ว

    ቀጽሉሉ ግበዛት ዓድና ሰላም ይግበረልና አምላክ 🙏🙏🙏🙏

  • @meareythegay1548
    @meareythegay1548 ปีที่แล้ว

    ኣሰይ ዝማሬ መላእክቲ የሰመእልና ፀጉኡ የበዘሐልኩም እግዚአብሔር ኣምላክ 💒💒👏👏👏❤❤❤❤

  • @ngestigebremeskel2322
    @ngestigebremeskel2322 ปีที่แล้ว +4

    ጀጋኑ ጎቡዙ ደስ ባሃሊ ቀፅልዎ😍😍

  • @RgbeyTirnh
    @RgbeyTirnh ปีที่แล้ว +1

    ኣሰይይይይ ዘማሬ መላኣክቲ የስማዕልና ንህዝቢና ሰላምን ፍቅረና የዋርደልና

  • @መሪጓልተዋህዶ
    @መሪጓልተዋህዶ ปีที่แล้ว +1

    ኣሰይ ተጋሩዋይ ቀፅልሉ 🥰🥰🥰❤❤

  • @gaultigray5609
    @gaultigray5609 ปีที่แล้ว +7

    ዋው ፅቡቅ ስራሕ እዩ በርትዑልና ❤🙏❤💛❤

  • @khanvai1509
    @khanvai1509 ปีที่แล้ว +8

    እንዕኳ ብሰላም መፃአኩም ተጋሩዋይ ❤️💛🙏

  • @letslats9259
    @letslats9259 ปีที่แล้ว +5

    አሰይ ደስ ክትብሉ ምቅራት ቀፁልሉ💕💋💘

  • @hhhgvg4542
    @hhhgvg4542 ปีที่แล้ว +1

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእክት የሰመዐልና ናይ ብሓቂ ብዘይካ ንሰኻ ካልእ ተሰፋ የብልናይ እግዚአብሔር ኣምላክና ተመሰገን ሰለ ኩሉ ነገር እግዚአብሔር ይመሰገን ሰላም ንትግራይና ፅሩያት

  • @ስሉጓልትግራይ-መ7ኀ
    @ስሉጓልትግራይ-መ7ኀ ปีที่แล้ว +2

    ተጋሩዋይ ደሰ ዝብል ሰራሕ ቀፅልሉ♥️♥️♥️♥️💛

  • @jdtfrer1028
    @jdtfrer1028 ปีที่แล้ว +4

    እግዚአብሔር ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም

  • @mmmfff9982
    @mmmfff9982 ปีที่แล้ว

    እስይይይይ ዝማሬ መላእክት ያሠማልን ዕልልልልልልል እንት ደስ ስትሉ ተጋሩዋ💐💐💐❤❤❤🥰🥰🥰🥰

  • @aabaditmumu2317
    @aabaditmumu2317 ปีที่แล้ว +3

    ቀፅልሉ ተጋርዋኒ 💖💖💖💛💛

  • @ቅሱዕባይትግራይ
    @ቅሱዕባይትግራይ ปีที่แล้ว

    አሜን ዝማሬ መላእክት የስመዐልና 🤲🤲🤲🌸🕊
    ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ተጋሩዋይ ቀፅሉሉ ብሓቂ ደስ ዝብል ስራሕ እዩ🌸🕊❤

  • @hagushmebeahatom
    @hagushmebeahatom ปีที่แล้ว +3

    ፅቡቅ ስራሕ ቀፅልዎ ተጋሩዋይ ሰላምና ይመልሰልና ♥️❤️

  • @ጋልሰባዓእንደርታ
    @ጋልሰባዓእንደርታ ปีที่แล้ว

    መዝሙር ደስ ክብል ዝማሬ መላእክት የስመዐልና👏✝️💒♥️ እግዚአብሔር ኣምላክ ምልእ ሰላም ይግበረና ለትግራይና🙏💛♥

  • @fufu7105
    @fufu7105 ปีที่แล้ว +4

    ተጋሩዋይ ቀፅልሉ❤💛💊🏖💖💖💖💖😍😍

  • @ተስፋእዩስንቀይቲቲ
    @ተስፋእዩስንቀይቲቲ ปีที่แล้ว

    ኣሰይይይ ዝምሬየ መላክቲ የስመዐና ተጋርዋይ

  • @ማርያመይእያዋሕሰይ-ዠ8አ
    @ማርያመይእያዋሕሰይ-ዠ8አ ปีที่แล้ว +7

    ተጋሩዋይ ኣሕዋተይ እዛ መዝሙርስ ናይ መን ያ ተሓባበሩኒ

  • @rffggrd2600
    @rffggrd2600 ปีที่แล้ว +4

    ቀፅልዎ ፅሩያተይ ኣጆኩም♥️❣️

  • @احمدمحمد-ج4ض2غ
    @احمدمحمد-ج4ض2غ ปีที่แล้ว

    ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ተጋሩዋይ

  • @ስድራይናፊቐ
    @ስድራይናፊቐ ปีที่แล้ว

    ስላም ስላም የዉሪደልና ተጋሩዋይ❤🤲🙏

  • @merygurum3600
    @merygurum3600 ปีที่แล้ว +4

    እሰይ ደስ ክትብሉ ቃፅልሉ ❤❤💋💋ተጋሩዋኒ ❤❤❤💋💋🇨🇳🇨🇳🇨🇳🇨🇳

    • @GalTigray-r2w
      @GalTigray-r2w ปีที่แล้ว +1

      እዝ ባንድራ ናይ ትግራይ ኣይኾነይ ማዓረይ 🥰🥰🥰🥰

  • @Lomo.mdia7453
    @Lomo.mdia7453 ปีที่แล้ว

    አረ ቐፅልዋ ገለ ዓይነት ፊልም እያ ልክዕ ከም እንዳ ገሬ እሙን እያ ኮ❤❤💊💊💊❤❤

  • @yayadada4035
    @yayadada4035 ปีที่แล้ว +3

    ቀፅልሉ 👌👍💊💗

  • @htuoi7506
    @htuoi7506 ปีที่แล้ว +2

    ደስ ክትብል ቀጽልሉ ተጋሩዋይ ሽኮርታ😘😘😘😘

  • @hemoo_sl9005
    @hemoo_sl9005 ปีที่แล้ว +3

    ኣጆኩም ተጋሩዋይ 💊💊💊💊💊💊💊💊♥️♥️♥️♥️💋

  • @selamlekmu9726
    @selamlekmu9726 ปีที่แล้ว

    እግዚኣብሄር ይመስገን ኣርትስታትና ናብ ሃማኖታዊ ድራማ ከምዚኢናንደሊ

  • @asmelashtesfay5931
    @asmelashtesfay5931 ปีที่แล้ว

    ብጣዕሚ ደስ ዝበል ጥበብ ተጋሩ እዩ እሞ ቀጽሉዎ

  • @የማርያምፅየንልጅነኝኦርቶ

    አብዛ ምድሪ ፀገዐይ ንስካ ኢካ አምላክ ደስ ትብል መዝሙር ናይ ብርክቲ ሓፍትና ❤❤❤❤

  • @ghgvh9785
    @ghgvh9785 ปีที่แล้ว

    ተጋሩዋይ እንኳዕ ብስላም መፀኩም❤❤❤❤

  • @hiwanhiwan5492
    @hiwanhiwan5492 ปีที่แล้ว +3

    ተጋሩዋይ ኣብ ዘለክምዎ እግዛብሓር ኣምላክ ሰላም ራህዋ ቅስነት ይውርደና ፈጣሪ💒🙏👏💘💘💘💘💊💊💊💊💊

  • @ፅገ
    @ፅገ ปีที่แล้ว +2

    አስይይይ ዝማሬ መላእክት የስመዐልና እቲ መዝሙር ደስስ ክብል

  • @heda437
    @heda437 ปีที่แล้ว

    ተጋሩ አሕዋተይ ነታባበዖዮሙ
    ትግራይ ትስዕር

  • @filmontsegay297
    @filmontsegay297 ปีที่แล้ว +5

    ሙቁራተይ ደስ ክትብሉ ቀፅልሉ ❤

  • @ድንግልንፈጣሪኣወለደቶክብ

    ዝማሬ መላእክቲ የስምዐና ኣፍደገቤቱ ንምስላም የብቅዓና ኣሕዋተይ
    ካብዙይ ንላዕሊ በርትዑ ቁም ነገርለ ሕዉስ ላበልኩም

  • @kfdkfkfi7796
    @kfdkfkfi7796 ปีที่แล้ว

    ኣሰይ ተጋሩ ምቅራት ጅጋኑ❤💛❤💛❤💛💋💋💋💋💋💞💞💞💞

  • @genet3442
    @genet3442 ปีที่แล้ว +3

    ኣሰይ መዝሙር ደሰ ክብል እግዝብሃር ኣምላክ ምሳኩም ይኩን ኣሐዋተይ

  • @ሜላትጓልተዋህዶ
    @ሜላትጓልተዋህዶ ปีที่แล้ว

    ኣሰይ ዝፈትዋ መዝሙር 🙏🥰♥️ሰላምኩም ይብዛሕ ተጋርዋይ 🥰♥️ደመይ

  • @ajsjskhajsi3114
    @ajsjskhajsi3114 ปีที่แล้ว +4

    ቀፅሉሉ ተጋሩዋይ ፁቡቅ ስራሕ 💊💊💊💊

  • @ሄሩየማራናታቻናል
    @ሄሩየማራናታቻናል ปีที่แล้ว +2

    እግዚአብሔር አምላክ ንሃገረና ትግራይ ሙሉኡ ሰላም ይግበረልና 🤲👏♥️🇻🇳

  • @Sara-ml3le
    @Sara-ml3le ปีที่แล้ว

    ተጋሩዋይ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @tigraweyti7855
    @tigraweyti7855 ปีที่แล้ว

    ብጣዕሚ ደስስ ዝብል ድራማ ተጋሩዋይ ቀፅሉሉ
    ናጭላቆ ዘረባ ግን ካብ ባዕሉ ድዩ ዝወፅእሎ ክክክ

  • @ሊሊጓልትግራይ-ጐ6ዠ
    @ሊሊጓልትግራይ-ጐ6ዠ ปีที่แล้ว

    ዛመዝሙር ደስ ኪትብል👏ኣምላክ ኣቦይ ኣባካ እዩ እምነትናሞ ሰላምካ ላኣከልና😪❤️👏

  • @wintahaylay3488
    @wintahaylay3488 ปีที่แล้ว

    Gobezat bitami eta Zella kef abiloma 👍🙏💊ketsiklulu

  • @hadasDugom
    @hadasDugom ปีที่แล้ว +2

    ኣረ ጭላቖየ ይመችውኻ ቐፅሉሉ

  • @الال-ك3ق1س
    @الال-ك3ق1س ปีที่แล้ว

    እንኳዕ ብሰላም መፃኩም ደቂ ሓላላ መሬት💘💘💘💘

  • @BrhanBrhan-wc4zu
    @BrhanBrhan-wc4zu ปีที่แล้ว +1

    እንካዕ ብስላም መፃእኩም ደቂ ሓልል መሬት ሃገርና ስላም የርእየና 😍😍😍

  • @ህያብጓልትግራይ-ሸ4ሠ
    @ህያብጓልትግራይ-ሸ4ሠ ปีที่แล้ว +1

    አሰይ ጭላቆ ዓይነይ መድመቂ ናተይ ድራማ 😘😘😘😘😘😘😘😘😘

  • @binnybinny3101
    @binnybinny3101 ปีที่แล้ว

    ዝማሬ መላእክት የስመዐልና

  • @salojj2828
    @salojj2828 ปีที่แล้ว

    ኣምላክ ኣቦይ ሰላምካ ለኣከልና ኣይይ ትግራይ ዓደይ ዘይኢድኪ ዝረኸብኪ😢

  • @sheweitmehary3712
    @sheweitmehary3712 ปีที่แล้ว

    ዝማረ መላእክት የስመኣልና አደና ሰላም ይመልሰልና

  • @ክብራክንፈሓዉዜናዊት
    @ክብራክንፈሓዉዜናዊት ปีที่แล้ว +3

    ፅብቅ ሰራሕ እዩ💙😘

  • @ሜሪጋልማርያምኪሓ
    @ሜሪጋልማርያምኪሓ ปีที่แล้ว

    ዋውውውውው ደስ በሃሎ ደቂ ዓደይ መዓረይ ዕድመን ጥዕናን ያሃብኩም ትግራይና ሰላም ይግበረና እግዛቢሄር ኣምላክ ኣብሰደት ዘለና ብሰላም ናብ ዓድና የብቀዐና. ኣሕዋተይ መዓረይ. ላብ ናተይ ቻናል ኣቲኩም ላይክ ሳብስክራይብ ሼር. ግቦሩለይ. ሜሪ ጋል ማርያም ኪሓ ኢልኩም ሓላላተይ ናትኩም ድጋፍ ስለ ዘድልየኒ ሓገዝኩም ኣይ ፈለየኒ ኩቡራተይ ኩሉኩም