ንምንታይ ቆልዓ ኸለኩም ተፈላሊኹም ትነብሩ🤔 ንምንታይ ሒዝክዮ ለይትመፂ? መልሲ👌

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 8 ก.ย. 2024
  • #selamtsegay #smile #habesha #tigray #vlog #ethiopia #video #youtuber #youtuber #tigrignamusic #ትግራይ

ความคิดเห็น • 673

  • @selamtsegaysmile9152
    @selamtsegaysmile9152  9 หลายเดือนก่อน +186

    ንእትህቡኒ ምትብባዕ ካብ ልቢ ናመስገንኩ ንቐፃሊ ኮላይ ምትብባዕኹም ኣይፈለየኒ🙏🙏🙏

    • @LwamLwam-gt5bv
      @LwamLwam-gt5bv 9 หลายเดือนก่อน

      በርትዒ ሰሉዋይ ❤

    • @AseTeklberhan
      @AseTeklberhan 8 หลายเดือนก่อน

      ሰበሰክራይብ በልለይ ማዓረይ ❤❤

    • @user-yt9us4qj6o
      @user-yt9us4qj6o 8 หลายเดือนก่อน

      አብ ቀፀላ መዝሙር ዝማሬልና

    • @user-hi7kp8cv5u
      @user-hi7kp8cv5u 7 หลายเดือนก่อน

      ❤❤❤❤🎉🎉🎉

  • @selamselam3599
    @selamselam3599 9 หลายเดือนก่อน +44

    ፍቅርኩም🎉 ይብዛሕ ሰሉየይ መንጨሎት ዝናፈቀ ከምዚ ከማይ ላይክ ይግበር❤

  • @tijichannal27
    @tijichannal27 9 หลายเดือนก่อน +100

    እዛ ከምነት ትንብብ ዘለኪ ዘለካ ገፅ ወላዳኻ /ኪ የርአኩም ስደትና የሕፅረና ፈጣሪ ተጋርዋይ ሓላለተይ ሳብስክራይብ ግበሩለይ ፍቁራተይ ብታ ትፈትውዋ ወላድትኩም ሰለ እትገብሩለይ የመስግነኩም💞💞💞☕️☕️☕️☕️💖💖💝💝💝

    • @titilenopo
      @titilenopo 9 หลายเดือนก่อน

      አሜን ፫❤❤❤

    • @AseTeklberhan
      @AseTeklberhan 8 หลายเดือนก่อน

      ሰበሰክራይብ በልለይ ማዓረይ ❤❤

    • @user-eu1jm6gt7l
      @user-eu1jm6gt7l 8 หลายเดือนก่อน

      አሜን አሜን አሜን❤❤❤❤

  • @LwamLwam-gt5bv
    @LwamLwam-gt5bv 9 หลายเดือนก่อน +39

    ታይ እባ የምልከተኩም ሕቡሽ ጉዳይኩም ዘይትግብሩ ለካብጥ ባዕሎም ይፈልጥዎ ዘለውዎ ሰሉ ከኣ ከምዚ ዓይነት ሕቶታት ኣይትመልሲ እዚ ናይ ውልቀኩም ጉዳይ እዪ እና ብዝተረፈ ፍቅርኩም ይብዛሕ ሓዳርኩም ይባረክ ብጣዕሚ እየ ዘክብረኩም ሰሉዋይ ❤❤❤

    • @AseTeklberhan
      @AseTeklberhan 8 หลายเดือนก่อน

      ሰበሰክራይብ በልኒ ክብረተይ❤❤

  • @user-kd1ym1bk8u
    @user-kd1ym1bk8u 9 หลายเดือนก่อน +49

    ፍቅርኹም የብዘሐዮ ምቁራተይ❤
    ግን ሰሉየይ ድርቅ ዝበለ ዘረባ ኣይትዛረብዮ
    ጓል ኣንስተይቲ ትሕት ተበለትዩ ዘጥዕመላ😔❤❤

    • @TsegaGhiwet-qv8fz
      @TsegaGhiwet-qv8fz 9 หลายเดือนก่อน

      Tefetro alo eiyu ane kemeu eiye derek 😮

    • @user-kd1ym1bk8u
      @user-kd1ym1bk8u 9 หลายเดือนก่อน

      @youTubechanel481 ጨለ ስኽለ በልኒ❤

    • @AseTeklberhan
      @AseTeklberhan 8 หลายเดือนก่อน +1

      ደምሩኒ ፍትዋተይ❤❤

  • @user-qk9kx2ft5w
    @user-qk9kx2ft5w 9 หลายเดือนก่อน +62

    ስባኣይስ ረኪብኪ ኢኪ ረጋዕቱኡ ደሰ ክብል ለባም እዩ ዝመስል ❤❤❤

    • @arsamatvyoutube
      @arsamatvyoutube 9 หลายเดือนก่อน

      Berehaniy haftay damiereniy damiral8ky alku

    • @AseTeklberhan
      @AseTeklberhan 8 หลายเดือนก่อน

      ሰበሰክራይብ በልለይ ማዓረይ ❤❤

  • @alemaym8816
    @alemaym8816 9 หลายเดือนก่อน +57

    በጣም ታምራላቹ ግን ተለያይታቹ ረጀም ግዜ አትቆዩ አታካብዱ አብራተቹ ኑሩ አብራቹ መኖር ስጀምሩ ሁሉም ነገር ይቀላል 😍🌼💕

    • @AseTeklberhan
      @AseTeklberhan 8 หลายเดือนก่อน +1

      ሰበሰክራይብ በልለይ ማዓረይ ❤❤❤

    • @alemdeborah2226
      @alemdeborah2226 8 หลายเดือนก่อน

      Betam

    • @user-hi7kp8cv5u
      @user-hi7kp8cv5u 7 หลายเดือนก่อน

      ❤❤😘😘😍😍😍😍

  • @alemdesta454
    @alemdesta454 9 หลายเดือนก่อน +44

    ኣነም ብቆልዓይ ዝተመሓርኩላ ሓደራኪ እመቤቴ📚ዳግም ልምምላስ የብቅዕኪ በሊኒ ደቅመብርኃነይ ንኩለና የብቀዐና📚💙

    • @fsedfsd-ch9fk
      @fsedfsd-ch9fk 9 หลายเดือนก่อน

      አበይ እዩ

    • @AseTeklberhan
      @AseTeklberhan 8 หลายเดือนก่อน

      ሰበሰክራይብ በልለይ ማዓረይ ❤❤❤

  • @MAm-mi2is
    @MAm-mi2is 9 หลายเดือนก่อน +60

    ሰሉዋይ እንካዕ ዳሓን መፃኩም ቀዳመይቲ ባዕለይ እውነት 👍 ሃቡኒ ናይ ሰሉ ተከታተልቲ❤❤❤

    • @Romary-cv8rq
      @Romary-cv8rq 9 หลายเดือนก่อน

      ሳብስክራይብ ግበርለይ መዓረይ❤

    • @CffGgg-eu4if
      @CffGgg-eu4if 9 หลายเดือนก่อน

      ​@@Romary-cv8rqነዓይ እዩ ግበሩኒ

    • @MAm-mi2is
      @MAm-mi2is 9 หลายเดือนก่อน

      @@Romary-cv8rq እሽኒ ማዓረይ

    • @AseTeklberhan
      @AseTeklberhan 8 หลายเดือนก่อน

      ሰበሰክራይብ በልለይ ማዓረይ ❤❤❤

    • @Hetaw1619
      @Hetaw1619 8 หลายเดือนก่อน

      ሳብስክራይብ እባ🎉በሉኒ❤

  • @user-ro5li6lj8b
    @user-ro5li6lj8b 9 หลายเดือนก่อน +48

    ጀግና ኩሩዕ ትግራዋይ እዩ ሰብአይኺ ሰላመይ ታዓዲልኪ ሙዑሩግ ሀምዞም ሓደሓደ ሀለዉለዉ አይብልይ ብልኾነ ሰላምኩም የብዝሐልኩም ❤

    • @AseTeklberhan
      @AseTeklberhan 8 หลายเดือนก่อน +1

      ሰበሰክራይብ በልለይ ማዓረይ ❤❤

  • @hiwicho1423
    @hiwicho1423 9 หลายเดือนก่อน +23

    ሓበሻ ኮ ናይ ሰብ ነገር ክንፈልጥ ናይ ባዕልና ሓዳር አብ ሓደጋ እናወደቀ ስቅ ኢልና ነማዕዱ ሰባት እካ ኢና ሐዝስ እንታይ ዘሕትት አለኩም አብ ውልቀኦም😕
    ኤንወይ ሓዳርኩም ፍቅርኹም/ ሓዳር ፍቅሪ አብርሃምን ሳራን ይግበረልኩም አሕዋተይ❤❤

    • @user-gc1zk5uf2n
      @user-gc1zk5uf2n 9 หลายเดือนก่อน

      እኮ😂😂❤

    • @chf-cv4ix
      @chf-cv4ix 9 หลายเดือนก่อน

      ሞይተ😂😂😂

    • @user-yx7hh1rl6y
      @user-yx7hh1rl6y 9 หลายเดือนก่อน

      መን ሓቲቱ ድዩ😂😂😂

    • @AseTeklberhan
      @AseTeklberhan 8 หลายเดือนก่อน

      ደምርኒ ተጋሩዋኒ ❤❤

    • @user-co2tu6mf5j
      @user-co2tu6mf5j 8 หลายเดือนก่อน

      Yes🥰

  • @user-gc1zk5uf2n
    @user-gc1zk5uf2n 9 หลายเดือนก่อน +18

    ሶሊተይ መዓረይ መጀመርታ ዝከበረ ሰላምታ ይብፃሕኪ ህያበይ ብጣዕሚ እየ ዝፎትወኪ እና ተፈጥሮ ሰብ ይፈላለ እዩ ግን ንሱ ላዝኡ ልስሉስ እዩ ናትኪ ግን ድርቅ ዝበለ እዩ እና ክኝዲ ዝተክኣለኪ መጠን ኣማሓይሽ ኣብሊ ክብረተይ ተስፋ ይገብር ሰብኣይኪ ኮሞንተይ ኣየንብባን ዝከውን ዞም የሕዋተይ መዓረይ ፍትዌትውውውውው❤❤❤❤❤❤💛💛💛💛💛💛💛💛

    • @sarapopinh4329
      @sarapopinh4329 8 หลายเดือนก่อน +1

      Wawwww des zibl mikri ❤❤❤👌👌👌👌👍

    • @user-gc1zk5uf2n
      @user-gc1zk5uf2n 7 หลายเดือนก่อน

      @@sarapopinh4329 ክብረተይ
      🥰

  • @user-il8yv6xl9r
    @user-il8yv6xl9r 9 หลายเดือนก่อน +6

    የትማሊ ዲኪ ዝከድኪ ዓድኪ 2ወርሒ እኳ ዘይትገብሪ ዋ ቱሓፋሽ ግን ናማቱ ሓዳር ውሽጡ ክፈልጥ ድቃስ ይስእን ምስ ኣሕዋትኪ ኣብ ሓደ ገዛ ተነበርኩም ለ ነርማል እዩ ስብኣይኪ ዘለዎ ረጋዕታ ማዓረይ ንካሚራ ስኩፍ እዩ ኣይተሰከፍዮ

  • @-cm2jp
    @-cm2jp 9 หลายเดือนก่อน +15

    ሰላም ሓፍተይ ብጣዕሚ እየ ዝፈትወኪ ዘድንቀኪ እና እግዚአብሔር ሓዳርኩም ይባርክ
    ደሞ ምስ ይቅርታ ኣዘራርባኪ ድርቅ የትበሊ ልስልስ በሊ እንበይተይ ናበለክስ ግትር የትበሊ ጓል ሂዋን ልሳና እዩ ማዓርጋን ዘክብራን ኣብ ሓዳራ።

    • @AseTeklberhan
      @AseTeklberhan 8 หลายเดือนก่อน +1

      ደምርኒ ክብረተይ❤❤

    • @-cm2jp
      @-cm2jp 8 หลายเดือนก่อน

      @@AseTeklberhan እሽኒ

  • @user-ln7eb9kq6o
    @user-ln7eb9kq6o 9 หลายเดือนก่อน +6

    ኣነስ ነሰብ ግርም ይብለኒ ስለ ሓዳሮምስ ታይ ይምልከተኩም ባዓል ኮመንቲ ሓደርኪ ዘይኣዉፀአኪ ትብለኣ ኩሉ ነገር ቀስ ብቀስ እዩ ኩሉ ሰሉየይ እግዚኣብሔር ኣምላክ ሓደርኩም ይባረክ ፍቅርኩም የብዘሐዮ ሰሉየይ ማዓረይይይ❤❤❤❤❤❤❤

  • @UjJh-yw9hi
    @UjJh-yw9hi 9 หลายเดือนก่อน +11

    እዋይ ሓበሻ ታይ ዓይነት ሕቶ እዩ ሐዝስ ታይ ይምልኮቶም ብዝኾነ ፍቅሩኹም ይብዛሕ ኣሕዋተይ❤❤❤

  • @user-ts2dm5ju3i
    @user-ts2dm5ju3i 9 หลายเดือนก่อน +13

    😢ሰሉየ ዝያዳይ ጎበዝ እንኳዕ ትሓፀብኪ ንሰሃ ውን እተዊ ዓለመይ ማህፀንኪውን ብቲ ፀበል ተሓፀቢ ምክንያቱ ሰይጣን ኣብ ማህፀን እዩ ልድበቅ ካውኡ ደሞ ገዛኪ ረጭይዯ ኣልጋኪ ሒዝኪ እተዊ ብጎማ መረባኪ ኩሉ ርጨይዯ❤❤❤

  • @user-nb2gq1wt2q
    @user-nb2gq1wt2q 9 หลายเดือนก่อน +9

    ኣረ ሰላም ኣይትድፈርዮ ኣነስ ንወዲ ትደፍር ሰበይቲ ዘይትብረሀኒ ትሕት ዳኣ በሊ ከምነታትኪ ሰላመይ ሶ ይፈትወኩም እየ ለዋ❤❤❤

    • @AseTeklberhan
      @AseTeklberhan 8 หลายเดือนก่อน

      ሰበሰክራይብ በልለይ ማዓረይ ❤❤

    • @tytyyuft1500
      @tytyyuft1500 8 หลายเดือนก่อน

      ታይ ይምልከተክ መብታ ኮይኡ ስብአያ ይኡኮ ዋይ ደይታዓርፋ😮

  • @militube6863
    @militube6863 9 หลายเดือนก่อน +13

    ቅድሚ 5 ዓመት ተሓፂበ ነይረ አምላከይ ስደትና ኣሕፅረልና ዝናፍቆ በታ ዳግማይ ተመሊሰ ክሪኦ ይምነ ሰሉየይ ብጣዕሚ ኤየ ዝፈትወኪ ፍቅርክሙ ይብዛሕ

    • @ANEZEKIRSTOS
      @ANEZEKIRSTOS 9 หลายเดือนก่อน

      አነ'ዉን

  • @salamaaa905
    @salamaaa905 9 หลายเดือนก่อน +9

    አነስ እያኣስ ትግርኛ ኣውጊዑ ደስ ኢሉኒ ኣሻዓ ለሚዱ ዱሮ የኔ ማር❤❤❤

  • @user-ps3ov9zd9w
    @user-ps3ov9zd9w 9 หลายเดือนก่อน +10

    ሰሉየ ድርቅ ኣይትበልሉ እና ፍቅርኹም የብዛሓዮ❤

    • @AseTeklberhan
      @AseTeklberhan 8 หลายเดือนก่อน

      ሰበሰክራይብ በልለይ ማዓረይ ❤❤❤

  • @tenetgerechal5546
    @tenetgerechal5546 9 หลายเดือนก่อน +19

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ምእንቲ ስደተኛ ኢልኪ እማ ተሓፀብልና ሓደ ማዓልቲ

    • @tenetgerechal5546
      @tenetgerechal5546 8 หลายเดือนก่อน

      @youTubechanel481 እሺ ገረልኪ

  • @user-jy5pl7fu6h
    @user-jy5pl7fu6h 9 หลายเดือนก่อน +18

    ኣሜን ማረይ አና ፍቅርኹም የብዛሓዮ ሓሳብ ልብኩም የስመረልኩም🎉❤

    • @user-jy5pl7fu6h
      @user-jy5pl7fu6h 9 หลายเดือนก่อน

      @youTubechanel481 መረሓባ ማረይ

  • @SelamTekle-uk8kq
    @SelamTekle-uk8kq 9 หลายเดือนก่อน +4

    ሰላመይ እግዚአብሔር አምላክ ፍቅሩኹም የብዘሐዮ እቱ ስባአይኪ ደማ ጅግና ተባዓ ባዓል ሞያ እዩ እንደገና ናዓኪ ኪክብር ደልዩ ቀፂሉ ደማ ንባዕሉ ክከብር እምበር ወሲዱ አብ ገዛ ክራይ ኮፈ ምባል አይጠፈኦን ግን ባዓል ልቦና ፈጢርልኪ ዒድመ ይሃቦ እቱ ማንጨለት ዳቦ መጣዓ ብጣዓሚ እዩ ፅቡኹ ኹለክን ተካታተሊቲ ሰላምን ስደተኛ ዘለናን ናብኡ የብቀዐና እና ከሕልፈ ልደሊ አጓላት እሕዋተይ ናይ ውላደ ፀገመ ዘለክን ማለተይ ውላደ ላደለክን ልደንጎየክን ተሊክን ከይድክን ተሓፀባ ፈታሒ ማሕፀን እዩ አብ ሰብ ለ ሪአ እየ አብ ነብሰይ ለ ታአምር ስለ ለጋጠመኒ ተሓፂበ ከይቀነኩ ጠኒሰ ካብ ወይነበረኒ ጭንቅን ሓሳብን ተጋላጊለ ናዓይ የምስልክን እሕዋተ እና አባአ ከለክን ሓዳሽ እየ ዋ ላይክ ሳብስክራይብ ግበሩለይ

  • @user-ve5ej9gb8t
    @user-ve5ej9gb8t 8 หลายเดือนก่อน +6

    ፅቡቃት ፍቅርኩም ይብዛሕ ሓቁእዩ ኩላህና ከምኡ ኢና ንሓፍር ዓቃል ጎበዝ እዩ እኒኦ❤

  • @user-vh2bc2sm7q
    @user-vh2bc2sm7q 9 หลายเดือนก่อน +22

    ናተይ ትናምኒት ዳባመጣዓ ክሕፀብ እዩ ኣምላከይ ሓደራ❤❤❤❤

    • @arsamatvyoutube
      @arsamatvyoutube 9 หลายเดือนก่อน

      Marya damieriny damiey rakiy alku

    • @anew9897
      @anew9897 9 หลายเดือนก่อน

      አነለ ❤

  • @user-go1qv6ng5r
    @user-go1qv6ng5r 9 หลายเดือนก่อน +5

    ሰላመይ ጋል ኣንስተይቲ ቃላታ እዩ ጣዕማ ድርቅ ኣይትበሊ ብጣዕሚ እየ ካኣ ዝፈትወኪ

  • @dswffeef9659
    @dswffeef9659 8 หลายเดือนก่อน +5

    ሰላም ሽኮር ተዓዲልኺ ማይፀሎት ተሓፂብኺ ስራሕ እዩ ዝዓቢ መዓረይ ስራሕኻ ይባርኸልኻ ፈጣሪ ደሞ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ምስ ወድኹም 🙏✝️

    • @AseTeklberhan
      @AseTeklberhan 8 หลายเดือนก่อน

      ሰበሰክራይብ በልለይ ማዓረይ ❤️🌿❤️

  • @user-tn9yu7pv3b
    @user-tn9yu7pv3b 9 หลายเดือนก่อน +9

    ኣረ ናይ ሰብ ሕቶ እናሰማዕኹም ፍቅርኹም ከይትቁንሱ ኣሕዋተይ ብሓቂ እወ ዘይሓዝካ ሓደር ትርጉም የቡሉይ❤❤

    • @AseTeklberhan
      @AseTeklberhan 8 หลายเดือนก่อน

      ሰበሰክራይብ በልኒ ህያበይ

  • @hintsagmeskel3907
    @hintsagmeskel3907 9 หลายเดือนก่อน +3

    እውይ ወለላ ናዓድና ማዓር ይጥዕም ዘረቡኡ ወድኩም ልነገሩ ኩሉኩም ሙቁራት ኢኩም ሐዳርኩም ይበርክ🙏❤️

  • @tgray2416
    @tgray2416 9 หลายเดือนก่อน +3

    ሰሉ ዋይ ኣይትጨንቅሉ ስባኣይኪ ምስኪን ❤

  • @user-nw1jw1wt6j
    @user-nw1jw1wt6j 9 หลายเดือนก่อน +2

    ሰላም ቀስ እልኪ ጓይተዋይ በልዮ እንበይተዋይ ክብለኪ ከሎ 😮❤❤ብጣዕሚ እየ ዝፈትወኩም😘😘😘💖💖💗

  • @selamabreha1361
    @selamabreha1361 9 หลายเดือนก่อน +4

    ስለየ ልባም♥️👏
    ዕድመን ጥዕና ይሃብኹም ፅራያት♥️♥️

  • @user-ol9lf8rx5b
    @user-ol9lf8rx5b 9 หลายเดือนก่อน +2

    ወይ ተአዲልኪይ መንጨሎት ትሕጸቢይ አለኪይ መሃሪኪይ ይኩን ሰሉየይ ዝተረፊና ደሞ ናአኪይ የሚሰለና🙏🙏🙏🙏❤❤❤🎉🎉🎉🎉

  • @user-gl1rj4gm2h
    @user-gl1rj4gm2h 11 วันที่ผ่านมา

    ፍቅርኩም የብዛሕዮ ሰሉዋይ ቴድየይ ❤❤❤❤❤እዉይ እንዳቦመጣዕ ዓድና ማይ ፆሎት ብጣዕሚ እዩ ፅቡቅ ሰሉወይ መሓሪኩም ይኩን ብሉፃተይ❤❤❤❤❤❤❤ዓደይ ግን ናፊቀ😢😢❤❤❤🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏

  • @user-cg5kn7en4j
    @user-cg5kn7en4j 9 หลายเดือนก่อน +3

    ፍቅርኩም ይብዛ ዞም ኣሓተይ ስሉየይ ድርቅ ኣይትበልዮ ስብኣይኪ ላዘኛም እዩዋ ትሕት በሊ❤

  • @greattigray5290
    @greattigray5290 9 หลายเดือนก่อน +14

    ሙቁራተይ ዕድመይ ጥዕናይ ይሃብኩም🎉🎉🎉🎉❤❤❤ ቃደማካ ሽኮረይ ወድኩም ቁመት ወሲኩ😂😂ኣሰይ ደስ ክብል ወግዑ

  • @user-sj3hz6ty8n
    @user-sj3hz6ty8n 8 หลายเดือนก่อน +1

    ዘዝመፀኪ ሕቶ ብዙሕ አይትመልሲ ብፍላይ አብ ናይ ባዕልኪ እቲ መምሃሪ ክከውን ዝግበኦ መልስሎም ሰሉ ሓፍተይ ይቅሬታ ግን ሰብ ዝደለየ ክሓተኪ ይክእል እዩ ክትምልስዮ ዘለኪ ግን ንሰባት ከም መረአያ ክጠቅም ዝክእል ተዝከውን :

  • @user-ey2bu7ut1f
    @user-ey2bu7ut1f 9 หลายเดือนก่อน +5

    ፍቅሩኩም ይብዘሓየ አሕዋትይ ድስ ክትብሉ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ካብ ስድት ተመሊሰ ከም ናተኩም ሓዳር ይሃብና እግዚኣብሔር አምላክ ንደቂ አንሰቲየ አሕዋትኩም❤❤❤❤❤

  • @fhydjdg6692
    @fhydjdg6692 9 หลายเดือนก่อน +29

    አሜን ሰላመይ ሓሳብ ልብኩም ይፈፅመልኩም ፍቅርኩም ይብዛሕ አሕዋተይ❤❤❤

  • @aedf4837
    @aedf4837 9 หลายเดือนก่อน +8

    ሙቁራተይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኹም ፈጣሪ ፍቅርኹም ይብዝሐለይ❤❤❤❤❤

  • @user-si6jk6ve6m
    @user-si6jk6ve6m 9 หลายเดือนก่อน +2

    እግዚአብሔር ይመስገን ሰላምኩም ይብዛሕ ደቅነይ😊 ፀላኢኩም ዓይኑ ይፍሰሰ ጨሪሱ ይምሐርኪ ሰሉዬዬ መዓረይይ

  • @BrhanBrhan-wc4zu
    @BrhanBrhan-wc4zu 9 หลายเดือนก่อน +3

    ኣብ ክንደኡ ኣነ ዓቅለይ ፀቢብኒይ ምስኪናይ 🤨
    እና ትሕትና ግን ዝስብኣያ ምስኪናይ ዝረከቦ😊😊

  • @profundocafe4401
    @profundocafe4401 9 หลายเดือนก่อน +3

    ሰልየይ እንኳዕ ብሰላም መፃእኩም ምሰ ባዓል ቤትኪ ፍቅርኩም የብዛሓዮ ኣሕዋተይ❤❤❤😘

  • @salamaaa905
    @salamaaa905 9 หลายเดือนก่อน +3

    ኳዕ ዳሓን መፃእኩም አሜን ፫ ሰላመይ ለባም መስተዋዓሊት ዋሓለ ኩሉ መሊኡ ዝሃበኪ ኢኪ ብጣዕሚ እየ ዝፍትወኪ ግን ድርቅ ኣይትበሊ ጓል አነስተይቲ ትሕት ተበለት እዮ ምስይቅርታ ቴዲ ግን ትሕትና ዋውውው ሳዓምለይ ኢኪ❤😂

    • @user-ik7vx5hb1w
      @user-ik7vx5hb1w 9 หลายเดือนก่อน

      ምሽ ደፋር ነገረኛ😁😁

  • @user-pb3hg1cm7q
    @user-pb3hg1cm7q 9 หลายเดือนก่อน +2

    ሰሉዋይ ማንጨል ክፍቲ ማዓት እየ ሰደተይ ኣብቅዑ ናቤትካ የብቀዓኒ ኣምለከይ እና ፍቅርኩም የብዛሓዮ❤

  • @yaredkahentemelsan2950
    @yaredkahentemelsan2950 8 หลายเดือนก่อน +3

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ስሉ ሓፍተይ መሬት ዓድና የርግፀና ፈጣሪ 🙏❤️🥰
    ፍቅርኩም ይስስን ኣሕዋተይ ምዓረይ 🤲❤️🥰🥰🥰

    • @AseTeklberhan
      @AseTeklberhan 8 หลายเดือนก่อน

      ሰበሰክራይብ በልለይ ማዓረይ

  • @AllBaad-nb2mg
    @AllBaad-nb2mg 9 หลายเดือนก่อน +2

    አነ ደማጣዕ መጫሉት እዩ ዝሙኒ ሰሉተይ ምልኡ ምሕረት የውርደልኪ ካልኤተይ ብሓዲ ከይንኩም ክረኢኩም ሰኒ ትምንተይ እዩ ❤❤❤

  • @mlaetdesta85
    @mlaetdesta85 9 หลายเดือนก่อน +1

    አሜን ማንጨለት ናፈቀ አለኩ

  • @user-yy8yx8yn8x
    @user-yy8yx8yn8x 9 หลายเดือนก่อน +3

    ብጥዓሚ ጅግና ኣፍቃሪ ኣለኪ ሰለተይ ፍቅርክም የብዘሐልክም እግዚብሔር ኣምላክ

  • @merigaltewahdo1460
    @merigaltewahdo1460 9 หลายเดือนก่อน +1

    ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ጥራሕ ሰሉየይ መዓረይ ኣምላክ ኣብ ዝበለልኩም ትጥርነፉ ኢኩም❤❤

  • @user-fg8xc4xx7r
    @user-fg8xc4xx7r 9 หลายเดือนก่อน +8

    ሰሉየይ ፍቅርኹም ይብዚሕ ጓል ሪመይ ስለ ናይ ሰብ ከእ አይተገደሰ አብ እግዚአብሔር ኣምላክ ዝበሉ ተጥራናፍ እኩም ♥️🙏እግዚአብሔር ኣምላክ ሕድርኩም ይብርክ ሰሉየይ ማዓርይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ 🙏♥️አነ ሓፍተኪ አዎን ቅደም ሓሙሸተ ዓመት ትሕጽይ አሰኩብ ሕዚ አልኩ መሰኦ ገና ሰብ ቤተሰብ ናት ናትይ በቂ ዓዲ አተወ ይብላ እንታይ ገደሰኩም አያ ዝብሉም ምከንያት እነ አያ ዝነበሩ ነብረይ አነ እና አሰ ተትረደዲእና እንታይ ይገደሰኩም አያ ዝበሉ ሰለ ሰብ ተገደሰኪ ለሰብእይ ኪ አይተደፉእዮ ሰሉየይ🙏♥️አብ ፈጣሪ ዝበሉ በሑድ ነኽውን ተባለዮም♥️♥️

  • @tsarkangebremeskel6947
    @tsarkangebremeskel6947 8 หลายเดือนก่อน +3

    ብሓቂ አሜን አሜን አሜን ሰሉዋይ ማዓረይ ይግበረልና❤ናፍቆት😢ብሓቂ ፍቅሩኩም ይብዛሕ ምቁራተይ❤

  • @user-kz3ov3ju4w
    @user-kz3ov3ju4w 8 หลายเดือนก่อน +3

    ስባኣይኪ ሓፋር ታዓድልኪ ሰላመይ ካማራ ኣይፎትን ብዙሕ ኣይተገድድዮ ላብ ካምራ ኩለን ከከም ተፈጥሮና ኣለና ፍቅሪ ኣምላክ ፍቅርኩም የብዘሐልኩም ምቁራተይ ምስ ሙቁር ወድኩም ዕድመን ጥዕናን ይሃበኩም❤

    • @weyni-21
      @weyni-21 8 หลายเดือนก่อน

      አነ ክንድኡ ተጨኒቀ ከም ዝበልክዮ ኩለና ነናይ ባዕልና ውህብቶ አለና እና አብ ገዝኡ ኮይኑ ተቃባጠረላ የሐሽ እምበር ሰብስ አብ ዘይ አትዎ የለን አብ ዘይምልከቶ🤔 አነ ንዝተረጋግዑ አወዳት ዓብዬ ክብሪ አለኒ🙏🙏🙏

  • @mskin_hiwan
    @mskin_hiwan 9 หลายเดือนก่อน +7

    ረጋዕቱኡ ስብኣይኪ💚

  • @user-ec5hl7mq7t
    @user-ec5hl7mq7t 8 หลายเดือนก่อน +3

    ኣሜን አሜን አሜን ሰሉየይ ሓሳብ ልበኩም የስመረልኩም ፍቅርኩም የብዘሃልኩም እግዚአብሔር🙏❤

  • @SalamSalam-rx3mh
    @SalamSalam-rx3mh 9 หลายเดือนก่อน +7

    ሰብየቲ ሓወይ ሸኮር ብጣዕሚ አየ ልፈተዋኪ ❤❤❤ ፍቅርኩም የብዛሓዬ ዕድመይ ጥዕናይ የሃብኩም

  • @samer-wh6rk
    @samer-wh6rk 9 หลายเดือนก่อน +8

    ሰልየይ እንካዕ ብሰላም መፃእኩም ምስ ባዓል ቤትኪ ፍቅርኩም የብዛሓዮ ዞሞ ኣሕዋተይ❤❤

  • @rahwakahano2506
    @rahwakahano2506 8 หลายเดือนก่อน +5

    ፈጣሪ ሓሳብ ልብኹም የስምረልኩም ኩሉ ኣብ ጊዜኡን ኣምላኽ ኣብዝፈቐዶን ኢዩ ዝኸውን ዋና ልቢ ኣዪርሓቕ ፅቡቓት ❤❤ብሩኻት ስድራ ከምትኾኑ ተስፋ ይገብር🙏

  • @weyniteferi8192
    @weyniteferi8192 8 หลายเดือนก่อน +1

    Des behalti fikrukum amlak ymelealkum bkalkidan zemenkum ztebareke yukun❤❤❤

  • @mmmmm2701
    @mmmmm2701 9 หลายเดือนก่อน +22

    ሰላም ኩም ይብዛሕ ደቂ ዓበቲ ዓድኩም ልናፈኩም ንመሪየት ዓድኩም የብልኩም ሰላም ልኩሉ ወድሰብ ላይክ ግበሩ❤

  • @UmArsulove
    @UmArsulove 9 หลายเดือนก่อน +1

    ኣሰይይ ተዒዲልኪ ማንጮልት ትሕፀብለኪ መሓሪኩም ይኩን ደሞ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ሙቁራት ❤❤❤❤

  • @KhanKhan-vs9oq
    @KhanKhan-vs9oq 9 หลายเดือนก่อน +2

    ሰሉየይ ዓደይ ሰለዘርአክኒ እንዳ ቦ መጣዕ ቤተክርስትያን ንዓኪ የምስለና ብሰላም ኣቲና ክንሕፀብ ካብ ብቆልዐይ ዝዓበኩሉ ነፊቀ እኮ

  • @FerFerFerFer-co3fp
    @FerFerFerFer-co3fp 9 หลายเดือนก่อน +8

    ሓሳብ ልብኩም የስመረኩም ፊጣሪ ኣሕዋተይ❤❤❤❤❤

  • @merhawittube16
    @merhawittube16 9 หลายเดือนก่อน +10

    ዳቦ መጣዕ ተዓዲልኩም እፍፍ ስደትና ኣሕፅሪካ ናብኡ ኣብቀዐና❤❤

    • @AseTeklberhan
      @AseTeklberhan 8 หลายเดือนก่อน

      ሰበሰክራይብ በልለይ ህያበይ

  • @trhashailu2121
    @trhashailu2121 8 หลายเดือนก่อน +4

    ቅድሚ 8ዓመት ተሓፂበ ነይረ ብሓጓስ ይመልሰና ፀበሉ ንሳለም 🙏

  • @TiteTi-oc7sc
    @TiteTi-oc7sc 9 หลายเดือนก่อน +5

    ደስ ክብል ሰሉዬ ኣዛራርብኡ ህድህ ዘበለ ማዓረይ እና ብርትዑ ፍቅርኩም የብዛሓዬ ማማዬ

    • @AseTeklberhan
      @AseTeklberhan 8 หลายเดือนก่อน

      ሰበሰክራይብ በልለይ ማዓረይ ❤❤

  • @meri6388
    @meri6388 9 หลายเดือนก่อน +2

    ኣሜን ዝሓፍተይ ዳባ መጣዕ ምሓርየይ ❤❤❤ሰላመይ ተዓዲልኪ ምሓሪኺ ይኹን ፍቅርኹም የብዝሓዮ❤❤❤

    • @AseTeklberhan
      @AseTeklberhan 8 หลายเดือนก่อน

      ደምርኒ ክብረተይ

  • @user-yi9qs6vt7e
    @user-yi9qs6vt7e 8 หลายเดือนก่อน +3

    ደስ ክትብሉ ሓዳርኩም ይባረክ ኣምላክ ❤🎉

  • @FanaKahsu-sr8ix
    @FanaKahsu-sr8ix 4 วันที่ผ่านมา

    ሰሉዋይ ሽኮር ፍቅርኩም የብዝሓዮ ኣይፈለሊኩም ❤❤❤❤❤🎉❤🎉

  • @user-eo2ex4nv3k
    @user-eo2ex4nv3k 9 หลายเดือนก่อน +2

    ጎታዋይ ሰሉይ ሓፍተይ ሓፋር እዩ ዝሓውና ኣይተጫንቅሉ ክድኡ ጭንቅ ኢሉኒ ይቅርታ ግን ኣቅሪበ እየ ሶ ፍቅሩኩም ብዝት ይበል❤😊❤

    • @AseTeklberhan
      @AseTeklberhan 8 หลายเดือนก่อน

      ሰበሰክራይብ በልለኒ ህያበይ

  • @DdgDdgcdvfbfgr-jg7es
    @DdgDdgcdvfbfgr-jg7es 9 หลายเดือนก่อน +2

    ሰላም ግደፊ ዓቅሉ ክሳብ ዝውድእ ተዛረብ ኣይትበልዮ 😮

  • @Monliaz
    @Monliaz 9 หลายเดือนก่อน +1

    ሰየየይ ሶሉተይ❤❤❤❤

  • @asddss7038
    @asddss7038 9 หลายเดือนก่อน +1

    መሓሪኪ ይኩን ሰለመይ ደሞ ደረቅ ኣይትኩኒ ብዝተረፈ ፍቅሩኩም ይባረክ

  • @ROZAROZA_
    @ROZAROZA_ 9 หลายเดือนก่อน +4

    ብጣዕሚ ዝናፍቆ ብቆልዓይ እናሃለኩ ዝከደ ነይረ❤❤❤❤

  • @tiemtu9263
    @tiemtu9263 9 หลายเดือนก่อน +1

    እንኳዕ ዳሓን መፃኣኺ ሰሉዋይ🎉❤

  • @user-rr7le8rx7t
    @user-rr7le8rx7t 9 หลายเดือนก่อน +4

    ቤበይ ዝበልኩሞ እናደገመ ስሓቅ ዩ ቀቲሉኒ 😂😂😂ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ

  • @FanaYBRah-hq8cw
    @FanaYBRah-hq8cw 9 หลายเดือนก่อน +1

    ቴዲ ፅሩይ ቱሑት እምበር ሓፋር ኣይከነይ ሰሉየይ ቆንጆ

  • @user-ng5ku5ql4e
    @user-ng5ku5ql4e 9 หลายเดือนก่อน +6

    ዳቦሞጣዕ መድሒን ሂወተይ ሰሉዋይ ተመሊሰ ክሕፀብ ተሰፋ ኣለኒ❤🙏💓

    • @AseTeklberhan
      @AseTeklberhan 8 หลายเดือนก่อน

      ሰበሰክራይብ በልኒ ህያበይ

  • @user-bu3fp8ho3c
    @user-bu3fp8ho3c 9 หลายเดือนก่อน +2

    ዙ ቆልዓ ግን ማራ እዩ ኣሲሒቅኒ ኣነ😁
    ደም ፍቅርክም የብዘሓዮ
    ደስ ባሃልቲ❤❤

  • @user-pc7je4wv5n
    @user-pc7je4wv5n 9 หลายเดือนก่อน +1

    ሱሉዋይ በለሳ ዓደይ ኣዉኡ እዩ ገዛና ብን ሰቲኪ ዉረዲ❤❤❤❤

  • @user-hv2yd7jd3x
    @user-hv2yd7jd3x 9 หลายเดือนก่อน +7

    እንኳዕ ብስላም መፃኣኩም ፍቅሪኩም የብዘሐዮ ስላየይ❤❤❤

  • @Hetaw1619
    @Hetaw1619 8 หลายเดือนก่อน +2

    ሰሉዋይ ታዓዲልኪ ቡሩክ ስብኣይ ዝዓደለኪ ❤❤❤ ፍቅሩኩም ይብዛሐለይ❤

  • @titititi5961
    @titititi5961 9 หลายเดือนก่อน +14

    ስነስርዓቱ ግን በስማኣም ይፍለ እዩ ልቡ ውን ዓብዪ እና የምሽየልኩም ፍቅርኩም እክክ ኢልና ተስፋ ከይንቆርፅ እኒባዓል ንስካ ክንርኢ ከለና ተስፋ ንገብር❤❤❤❤❤❤

    • @AseTeklberhan
      @AseTeklberhan 8 หลายเดือนก่อน

      ደምርኒ ክብረተይ❤❤

  • @user-pm8sb4mi1v
    @user-pm8sb4mi1v 9 หลายเดือนก่อน +1

    ይመቸኩም ፁሩያት

  • @mryammmoohh8354
    @mryammmoohh8354 9 หลายเดือนก่อน +2

    እንኳዕ ብሰላም መፃእኹም ሰሉዋይ ፍቕርኹም ይብዛሕ ፅቡቓተይ🥰🥰🥰🥰🥰💔

  • @mulurom3315
    @mulurom3315 9 หลายเดือนก่อน +3

    አሜን አሜን አሜን ሰሉዋይ 🙏❤❤❤❤

  • @fyorimichael3884
    @fyorimichael3884 9 หลายเดือนก่อน +1

    Nkulukum edmen tenann yhabkum wedkum ka Mara fetyeyo mkrti ftret❤

  • @user-yj8pk2vw8o
    @user-yj8pk2vw8o 9 หลายเดือนก่อน +1

    አሜን አሜን አሜን ሰላመይ ፅሪቲ

  • @TitiGualAbrha-hv3je
    @TitiGualAbrha-hv3je 9 หลายเดือนก่อน +6

    ሙቁራት ፍቅርኩም የብዛሓዮ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ ሰሉየይ ምቅርቲ❤❤❤❤

    • @AseTeklberhan
      @AseTeklberhan 8 หลายเดือนก่อน

      ሰበሰክራይብ በልለይ ማዓረይ ❤️🌿❤️

  • @HdrFsr
    @HdrFsr 23 วันที่ผ่านมา

    ሰሉዋይ nay መርዓ ቪዶ ለቂክልና ደይነበርክይ nay መአዘይ eyu አዙይ ሰሉ መልስልይባ ❤❤❤

  • @semhalgebre
    @semhalgebre 8 หลายเดือนก่อน +2

    ዳቦ መጣዕ ዝፈትዎ ማይጮለት❤🙏
    ሰላም ታይ ኢኺ እና እና ተብዝሒ

  • @YordaGerye-mt2js
    @YordaGerye-mt2js 9 หลายเดือนก่อน +6

    ኣሰይይ ሙቁራት ፍቅርኹም የብዘሓዮ ፈጣሪ🙏♥️💗💖

    • @AseTeklberhan
      @AseTeklberhan 8 หลายเดือนก่อน

      ሰበሰክራይብ በልለይ ማዓረይ ❤❤

  • @user-gs4yw7hf6y
    @user-gs4yw7hf6y 9 หลายเดือนก่อน +1

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን እግዚአብሔር ኣምላኽ ናብኡ ብይብቀዐና

  • @ሳሌም
    @ሳሌም 9 หลายเดือนก่อน +5

    ሰሉ ሓፍተይ ደስ ዝብል ሰብኣይ ኣለኺ ኣምላኽ ፍቅርኹም የብዛሓልኩም ትምኒትኹም ይሰምረልኹም ለባም ሰብኣይ ኣለኺ ክብረት ይሃቦ 👏🥰❤️

    • @AseTeklberhan
      @AseTeklberhan 8 หลายเดือนก่อน

      ደምርኒ ክብረተይ❤❤

  • @ANEZEKIRSTOS
    @ANEZEKIRSTOS 9 หลายเดือนก่อน +6

    ሰሉየ ተዓዲልኪ ዳ መጣዕ ማይ ፀሎት ወደይ ልመሓሩለይ ክብርና ምስጋና ይብፀሐዮም በረከቶም ይሕደረና ናብ አፍደገኦም የብቀዐና መድኃኔዓለም ፍቅርኹም ይባርኸልኩም አሜን

  • @user-uq2xy4wr1o
    @user-uq2xy4wr1o 8 หลายเดือนก่อน

    Amennnnn hjake xalett gabrelnaaa sadtey kahxrly mes waday nake ymslna mkurtyyy

  • @Askaltube
    @Askaltube 9 หลายเดือนก่อน +18

    ሰሉየ እንኳዓ ብሰላም መፃኺ ነዛ ፅሕፍቲ እዚኣ ተንብቡ ኣምላክ ገፁ ኣድናን ዓድናን የርአና ኣሕዋተይ ስደትና የሐፅሮ ናይ ሰሉየ ቤተሰብ ኣብዚ ዘለኹም 😍 ፕሮፋይለ ኣቲኩም ካኣ ሳብክራይብ ግበሩለይ ኣሕዋት😍

    • @AluChanal
      @AluChanal 9 หลายเดือนก่อน

      ገይረልኪ አለኩ ንስኪ ውን ግበርለይይ❤

    • @CffGgg-eu4if
      @CffGgg-eu4if 9 หลายเดือนก่อน

      ገረኪ ንስክለ ግበርኒ

    • @arsamatvyoutube
      @arsamatvyoutube 9 หลายเดือนก่อน

      ​@@AluChanalgaraleka alku gebaralay

    • @arsamatvyoutube
      @arsamatvyoutube 9 หลายเดือนก่อน

      ​@@CffGgg-eu4ifgaraliki gebarilay

    • @AluChanal
      @AluChanal 9 หลายเดือนก่อน

      @@arsamatvyoutube እሺኒ ሕቡየይ❤

  • @titilenopo
    @titilenopo 9 หลายเดือนก่อน +2

    አሰይ ሙቁራት ፍቅርኩም የብዛሓዬ❤❤❤አሜን ፫😍😍

  • @user-gz2ql7xk9d
    @user-gz2ql7xk9d 9 หลายเดือนก่อน +1

    ዉይ መዓረይ ወድኪ ንፉሰ የተሰማዕመዖይ እና ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም