ሰፊሕ ታሪኽ ህይወት ራእሲ ወልደሚካኤል ሰሎሞን (ጎሚዳ): ብምኽንያት መበል 201 ዕለተ ልደቶም

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 27 ก.ย. 2024

ความคิดเห็น • 244

  • @nahomjgm9377
    @nahomjgm9377 2 ปีที่แล้ว +22

    ኣንታ ወይ ጎሚዳ ወይ ጎሚዳ
    ማርያም ኣስመረይቲ ጌራትካ ቦኽሪ ወዳ
    ማርያም ደብረሲና እወ ባሕሪ ዓዳ
    እንዳ ኣቦኻ ኣይገደፍካን ዕዳ
    እንዳኖኻ'ወ ኣይገደፍካን ዕዳ
    ድሕሬኻ'ዶ ኣዲኻ ወሊዳ
    ንግስቲ ኢለኒ'ወ ዋዕሮተይቲ ኣይግዳዳ
    ኩርዓት ሓማሴን ወልዱ ኮርዒዳ👑🦁❤️

    • @AsmeraEritre
      @AsmeraEritre 2 ปีที่แล้ว +1

      ✊🇪🇷✊🇪🇷💯💯👍

  • @ሃኒሃኒ-ጠ1ኘ
    @ሃኒሃኒ-ጠ1ኘ 2 ปีที่แล้ว +25

    ዋዋዉዉ ጎሚዳ🦁 ተባዕ!💪 ኣቦ ኤረትራ!🇪🇷🇪🇷💪ኣብ ዝሃለና ንሃሉ!🇪🇷 ወትሩ ኣብ ኣሰርኩም ኣለና💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷

    • @er2531
      @er2531 2 ปีที่แล้ว +4

      Yes ሎሚ ውን ከም ትማሊ ኤርትራ ሃገረይ ኤርትራ ምድረ ቁዱሳን

  • @nakurayagheli1846
    @nakurayagheli1846 2 ปีที่แล้ว +14

    ብራቮታት ብተበጉሶኹም ኣዚና ሕጉሳት ኢና። ነዚ ሃብታም ታሪኽ ኣቦታትና ናብ ደቅና ንምምሕልላፍ ክትቅጽሉሉ ድማ ንምሕጸነኩም።
    Good Job

    • @AsmeraEritre
      @AsmeraEritre 2 ปีที่แล้ว

      ✊🇪🇷✊🇪🇷💪🇪🇷

  • @helendaniel3404
    @helendaniel3404 2 ปีที่แล้ว +9

    Eritrean for Eritrean 🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❣️💯🇪🇷 proud to be Eritrean..

  • @samitahama1278
    @samitahama1278 2 ปีที่แล้ว +8

    Gomida jgna✊Nice musela mesati akerarba✌

  • @moolonn4385
    @moolonn4385 2 ปีที่แล้ว +8

    ጎሚዳ ጅግና ጎይታ ሓማሴን ክብሉ ስድራና ንሰምዕ ኔርና።

  • @fthawitmengstab7906
    @fthawitmengstab7906 ปีที่แล้ว +3

    ትብዓትን ጅግንነት ጎሚዳ ብደቂ ማይ ጠላሚትን ደናቑር ጓሶትን ክጽይቕዎን ክቐብርዎን እሳ ፍሒራ ክትወጽእ ተረባረብ ኮይና ♥♥♥🙏🙏🙏 ሓርበኛ ኣይነብርን ኢዩ ታሪኹ ኢዩ ዝነብር 🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪ብታሪኽካ ኩሉ ግዚ ንኾርዕን ንሕበንን ♥♥♥ ሕናኻ ካኣ ድሕሪ ምኢትን ክልተን ዓመት ተፈድዩ ኢዩ ቕሰን😢 🙏♥ኣብታ ዝቐተሉኻ ባዓቲ ኣብኣ ተኾስቲረን🇪🇷♥

  • @senaitgerezgeher6120
    @senaitgerezgeher6120 2 ปีที่แล้ว +5

    Thank you for let us know I proud to be ❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️

  • @samueltesfatsion1078
    @samueltesfatsion1078 2 ปีที่แล้ว +38

    ሓማ ናተይ እንቃዕ ናተይ ኮነ ሕቡናት ኢና ኤርትራዊያን ሙካና ።

    • @er2531
      @er2531 2 ปีที่แล้ว +1

      Yes

    • @abraham407
      @abraham407 2 ปีที่แล้ว

      ካብ ኤርትራ ጐንደር ይቐርበና ዝብሉ ዝነበሩ ደቓሉ ኣቦታትካ ጐንደር ከይዶም እዮም ዝዋሰቡ ነይሮም

    • @Erigangboy
      @Erigangboy ปีที่แล้ว

      @@abraham407 gah bel weditom may telamit funfunat alet🤮

    • @abraham407
      @abraham407 9 หลายเดือนก่อน

      @@Erigangboy ታሪኽ ዘየለ እባ ኣይትዛረብ ኣብ ደምበ ጃንሆይ(ድምበዛን)፡ ጃግር(ዛግር)፡ ወከልዲባዕ( እኩባት ኣዛብእ)፡ ጃውል(ዛውል)፡ መለጃንሆይ(ምለዛናይ)፥ ዓጄን(ዓዜን)፡ ኳጀን ዝበሃል ናይ አገው ዓለት ጐንደር ኣብ ሓማሴን እምበር ኣብ ሰራየ ወይ ኣከለ ኣይትረኽቦን ኢኻ

    • @ዮዳሄንኹሉእግዝኣብሄር
      @ዮዳሄንኹሉእግዝኣብሄር 8 หลายเดือนก่อน

      ​​@@abraham407ኣበየናይ ታሪኽ ኢኻ ኣንቢብካዮ እዚ ክትብሎ ዝጸናሕካ​ ዓሌት ግንደር ዘለዎ ትብል ኣቱም ሰባት ዘየለ ሃለዉ ትብሉ ካብ ኣምሓራን ትግራይን ዝተዳቀሉ ብዘይካ እቶም መለስ 1998 ዝሰጎጎም ብኣዲስን ካብ ኣምሓራ ብትግራይ ድማ ካብ ትግራይ ዝተዳቀለ ተዘይ ኮይኖም ኣብ ዉሽጢ ኤርትራ ሓማሴን ሰራየ ኣከለጉዛይ ኮነ ካብ ማንም ኣይዉለድን እዩ እንትርፍ ነንባዕሉ ትግሪኛ ትግሪኛ እዩ ሰራየዶ ሓማሴን ኣከለ ዝበሃል ምሕደራ እዩ ታሪኽ ንመሃር ነንብብን ብዝቀለለ ክንፈልጥ ታሪኽ ወለዶታት ካባይ ንላዕሊ ዉን ንስኻ ትፈልጥ ትኸዉን ኢኻ ዓርኩ ግን ኣነ እታ ዝፈልጣ እያ ሰናይ ዘበን❤

  • @amlaksenayu3030
    @amlaksenayu3030 2 ปีที่แล้ว +5

    Thank you ❤️😊

  • @titititi2598
    @titititi2598 2 ปีที่แล้ว +5

    Eritreawi ❤️❤️❤️❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @amanuelmichael1842
    @amanuelmichael1842 2 ปีที่แล้ว +5

    hlal Abo
    Jigna Abo
    Feqar Abo
    😊💐🇪🇷😊💐🌻

  • @nahomtesfu3360
    @nahomtesfu3360 8 หลายเดือนก่อน +2

    ኣቦና ራአሲ ወልደ ሚካኤል ሰለሞን
    ዝድርበ ታሪክ የብሎምን ናይ ሃማሰን
    ጥራይ ዘይኮነ ናይ መላአ ምድረ ሃበሻ ጅግና ኢዮም ነሮም

  • @AmanuelTekie-k2g
    @AmanuelTekie-k2g 2 ปีที่แล้ว +18

    ኤርትራውነት ካብ ቀደሙ እዩ ጭውነት 🇪🇷🙏🇪🇷

    • @abraham407
      @abraham407 2 ปีที่แล้ว

      ውርደትን ሕስረትን እባ ዳኣ

    • @nahomyosief2837
      @nahomyosief2837 2 ปีที่แล้ว +1

      @@abraham407 ስቅ በል ቆማል ዓጋመ

    • @abraham407
      @abraham407 2 ปีที่แล้ว

      @@nahomyosief2837ትም በል ኣንበጣ፡ ቁማል ዳኣ ንስኻ ስለትፈልጦ ትጻረፈሉ ኣለኻምበር ንሕናስ ኣይንፈልጦን።

    • @nahomyosief2837
      @nahomyosief2837 2 ปีที่แล้ว +1

      @@abraham407 ኣንበጣ ደኣ ብትግራይ ዶ ኣይኮነን ዝመጸና ወዲ ሰራሪ በጊዕ

    • @abraham407
      @abraham407 2 ปีที่แล้ว

      @@nahomyosief2837 መሃይም ዲኻ?

  • @binimekseb
    @binimekseb 3 หลายเดือนก่อน

    Xebuk tarik ❤❤❤❤❤❤

  • @Amorawedigash
    @Amorawedigash ปีที่แล้ว +3

    ኣቦና ጎሚዳ ቆራጽ መዓንጣ እንቃዓ ዱቅካ ኮና ሓማ ጭደድ 💪💪💪💪💪🥰🥰🥰🥰🥰🥰🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🐅🐅🐅🐅🐅

  • @redaealfa3078
    @redaealfa3078 3 หลายเดือนก่อน

    Weldemikael Solomon gomida wedi felega haden jignan aboban abo Eritreawyan ❤❤❤❤❤

  • @teweldemebrahtu9901
    @teweldemebrahtu9901 11 หลายเดือนก่อน +1

    ጽቡቕ ታሪኽ አቦና አጆካ ቀጽሎ 🇪🇷❤

  • @bvftfhcazzytrgc7462
    @bvftfhcazzytrgc7462 2 ปีที่แล้ว +1

    Raesi Weldemikeal Solomon Gomida hade kabtom hagerna Eritrea 🇪🇷 zreayetom Exbe dnk zkonu jeganu eza hager eyom emo kulna Eritreawyan krstyana aslamna knhbenelom tarikom n wlud weledo kenemehalalfo ygbae. Long life to Eritrea 🇪🇷 and God bless Eritrea 🇪🇷

  • @ወዲክፍላይ
    @ወዲክፍላይ 2 ปีที่แล้ว +12

    ሃገረ ሓማሴን ኤርትራ ወትሩ ጅግና ትግራይ ደኣ ጠላማት ወ

  • @elpac8581
    @elpac8581 2 ปีที่แล้ว +2

    🦁🤴🏽🇪🇷 hero

  • @georgeberhe7438
    @georgeberhe7438 6 หลายเดือนก่อน

    Thank you Eri Zara it is right time please We need every year our hero Eritrean grand father History keep it up

  • @frezgiandemicheal9844
    @frezgiandemicheal9844 ปีที่แล้ว +1

    ጽቡቅ ታሪኽ ቅያን ጂግነንት። ነባሪ ታሪኽ ምበር ነባሪ ሂወት የሎን❤

  • @tsehaineshberhane6279
    @tsehaineshberhane6279 ปีที่แล้ว +1

    ጅግና አቦና አቦ ኤርትራ ፈጣሪ አብ ገነት የንብርኩም እንበር እቶም ደቂ ማይ ጠላሚትሲ ክስብ ሕጂ ከምአ ኢሎም አለዉ። ሳላ እቶም ዝወለድካዮም ጀጋኑ ደቅካ ደቂ ኤርትራ ግን ሕጂ ተቀቢሮም ይርከቡ .ዘልአለማዊ ዝክርን ክብርን ናይ ዘልአለም ሂወትን ንሰማእታት ኤርትራ

  • @mengestabhaile4726
    @mengestabhaile4726 ปีที่แล้ว +1

    Welcome 🇪🇷💪🏅

  • @AfewerkTeklay
    @AfewerkTeklay 5 หลายเดือนก่อน

    All Queens and kings from Axumawian, sabawian, sionaweyan, Tigreans...🙏

  • @solomonmehari5976
    @solomonmehari5976 3 หลายเดือนก่อน

    ኣባሓጎይ በዓል ድርብ ሓሞት👑
    ጸጊብኪ ዶ ውኻርያ ዓዲ ሰግዶ
    እወ ጸጊበ ራእሲ ዝሓረዶ

  • @peacetoworld1516
    @peacetoworld1516 2 ปีที่แล้ว +3

    Waw btaemi abi tarik abona GOMIDA... Eza adinas jeganu tray eya tefri 🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤💪💪💪

  • @merhawiWelday-fd4dx
    @merhawiWelday-fd4dx หลายเดือนก่อน

    ሓማ ዓደይ ❤❤❤❤❤❤

  • @habteabkesete3974
    @habteabkesete3974 2 ปีที่แล้ว +4

    gomida jigna abona

  • @hntsarussom
    @hntsarussom 2 ปีที่แล้ว +4

    Gomida jigna

  • @tsegayyosief8658
    @tsegayyosief8658 2 ปีที่แล้ว +3

    Nay bhaki Abi zanta eu kexelo

  • @siemnoah8602
    @siemnoah8602 2 ปีที่แล้ว +2

    Anbesa tsibuk akribikayo❤️❤️❤️

  • @joniabrham297
    @joniabrham297 2 ปีที่แล้ว +3

    ኤርትራ ታሪኻዊት መሬትን ታሪኻውያን ኣቦታት ዝሓለፉላ ርሕስቲ መሬት፡ ነቶም ዝሓለፉ ታሪኻት እና ተረኽኩም ናብ,'ዚ ሓድሽ ወለዶ ብምቕራብኩም ብልቢ ነመስግነኩም

  • @samsonberehe7421
    @samsonberehe7421 2 หลายเดือนก่อน

    Halewlow

  • @tesfutsegay6133
    @tesfutsegay6133 2 ปีที่แล้ว +3

    Zehebin Tarik abona Raesi weldemichel somlom haben Eritrea

  • @Ryanadman
    @Ryanadman ปีที่แล้ว +1

    ❤❤❤❤❤❤

  • @waairogina1598
    @waairogina1598 ปีที่แล้ว +1

  • @yr7396
    @yr7396 2 ปีที่แล้ว +3

    nay abona weldab W/Mariam kae amxelna eka

  • @H5tte5fgdfghj
    @H5tte5fgdfghj 5 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @amlesetwelea9840
    @amlesetwelea9840 2 ปีที่แล้ว +2

    Abiet jignent korda kab kedem enkanyu jignnet Eritrawi haben hagerna

  • @Hamassien
    @Hamassien ปีที่แล้ว +1

    ሓማሴናይ 🦁❤️👑🥔🌽🍯✊️

  • @yadel-karneshim
    @yadel-karneshim 6 หลายเดือนก่อน

    ሓማ ዓደይ❤

  • @rgbetesfa6948
    @rgbetesfa6948 2 ปีที่แล้ว +8

    ታሪክ ሕማቅን ጽቡቅን ኢዩ ናይ ዝኮነ ንጉስ ንስኩም ግን ጸጽቡቁ ጥራይ ምንጋርኩም ዝገርም ኢዩ። ጎሚዳ እቲ ዝገበርዎ ኣስካሕካሂ ግፍዒ ድማ ኣብቲ ጽሕፍኩም ተተእትውዎ ክንደይ ምጠዓመ መምሃሪ ሙከነ ድማ

    • @binyamyohannes663
      @binyamyohannes663 2 ปีที่แล้ว +1

      abnet habna.?
      Guday tegaru zeybla gn ?

    • @ghrmaykibreab2178
      @ghrmaykibreab2178 2 ปีที่แล้ว +2

      Kab mexihaf tarik kimexiee kelo, haki tarik eyu zmexiee , kab facebook elka alo zereba , zkone seb zxihfo endiyu.

    • @ብሩርወርቂ-ቘ6ቀ
      @ብሩርወርቂ-ቘ6ቀ ปีที่แล้ว +4

      @@ghrmaykibreab2178 ባዕል ሰልጠነ ውፋይ ዝጻሓፍዎ ዩ ኣቢቡ ክክክክ

    • @alexjohn996
      @alexjohn996 7 หลายเดือนก่อน

      Kila ezi sebeaysi Mirkogna ebay neru...hiluf halifus dima mis Abiysinya koynu tewageu kela kela. Emo Haqi eyu Abten teasirulen znebere 10 ametat tegaru BAZELIN gerom yreweuwo nerom zbihal. Wey guud

  • @noah4567
    @noah4567 2 หลายเดือนก่อน

    ወይዛ ወዲ,,ሕጂ ድማ ካብ ራእሲ ሓሊፍካ ንጉስ ጌርካዮም። 😂

  • @TamegenTamesgen
    @TamegenTamesgen 7 หลายเดือนก่อน

    Nay ezomu abona tareki xubeki eya enihena weni natena tareki ngedaf ab tareki aynibarni eyu 20024 😢😢😢

  • @LunaMesfun
    @LunaMesfun หลายเดือนก่อน

    Hasawi eka 😂😂😂😂😂

    • @Eriview17697
      @Eriview17697 14 วันที่ผ่านมา

      Guana entay diki kefieki

  • @danieldesta2561
    @danieldesta2561 4 หลายเดือนก่อน

    እሞ እዚስ ናይ ኩላትና ተጋሩ ታሪኽ እዩ::

  • @ህዝባዊግንባር
    @ህዝባዊግንባር 2 ปีที่แล้ว +4

    ጀጋኑ ኢዮም ኤርትራውያን ካብ ቀደም ተጋሩ ኢትዮጵያ ብሓፈሻ መንቀኛታትና ኢዮም ካብ ቀደም ነዚኦም ሲ እዚ ሕጂ ዘለውዎ ሃዋህው ከማን ውሒድዎም ለቁማጻት ካብ ጥንቲ ኢዮም ምስ ባዕዳውያን ልሕሽሕሽ ዝብሉ ኔሮም

  • @jhontekeste
    @jhontekeste 2 ปีที่แล้ว +1

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @danieldesta2561
    @danieldesta2561 4 หลายเดือนก่อน

    ታሪኽ ከም ታሪኹ ክቅመጥ አለዎ:: ምስ ራእሱ መንገሻ ኾይኖም ንጣልያን እንተተዋጊኦም ናይ ኤርትራ ጥራሕ ዘይኮኑስ ናይ ኩሉ ሐበሻ ጅግና እዬም::

  • @senaitsmith8437
    @senaitsmith8437 2 ปีที่แล้ว

    galom wes wedom men schism.. my grandmother is gal glom wets gal wood Elizabeth

  • @ftatekeste134
    @ftatekeste134 ปีที่แล้ว

    Hamasien awraja ember hager koyna aytfeltin

  • @ሰብደሊየጹሙዋጸሊአ
    @ሰብደሊየጹሙዋጸሊአ 2 ปีที่แล้ว +4

    ናዓይ ሕቶ ኣለኒ ማሌት ኤርትራ 130 ኢዩ ዘለዋ ዕድመ ኢዚ ዝዚርዘር ዘሎ ካኣ ቅድሚ 130 ዝነብረ ኢዩ ኣነ ከም ዝፈሊቶ ምረብ ምላሽ ይባሃላ ካኣ ሰራየ ሓማሲየን ሰኒሕት ኢየን ብከመይ መገዲ ኤርትራ ትብል

    • @ተጻሕፈበሓገረሓማሴን
      @ተጻሕፈበሓገረሓማሴን 2 ปีที่แล้ว

      Nay hiji eritrea malet iyu

    • @ሰብደሊየጹሙዋጸሊአ
      @ሰብደሊየጹሙዋጸሊአ 2 ปีที่แล้ว

      @@ተጻሕፈበሓገረሓማሴን ኢሞ ገይኻ ቀደም ምድረ ባሕሪ ኢዪ ብሃል ኔይረ ምረብ ምላሽ ካኣ ንሰለስተ ኣዉራጃ ይዉክል ኔይረ ሰራየ ሓማሲየን ሰኒሕት

    • @samikahsai3114
      @samikahsai3114 ปีที่แล้ว

      🤨Akeleguzayke???????????????????

    • @robrahk1432
      @robrahk1432 ปีที่แล้ว +2

      እቲ ምድርን ባሕርን ካብ ጥንትን ጥቅምትን ዝዉንን ህዝቢ ኣከለጉዛይ ገዲፍካስ ዋላስ ረሲዕካዮ ኢኻ።በል ብዓል ኣዱሊስ፡ዙላ ከይሰምዓኻ።እቲ ባሕረነገስታት ማእከሉ ኣከለጉዛይ እዩ።ክሳብ ድሕሪ ናጽነት ማለት ካብ ኣውራጃታት ናብ ዞባታት ዝቕየር ብምልኡ ገማግም ባሕሪ ኢራፋይለ ፈሮ ፡ዙላ ፡ኣዱሉስ ኣብ ትሕቲ ምምሕዳር ደቀምሓረ እዩ ዝመሓረር ኔሩ።ኣፍልጦኻ ንኽሰፍሕ እየ ምስ ምሉእ ኣኽብሮት የቐንየለይ።ግብጺ እዉን ኣብ ጉራዕ ብሰራዊት ራእሲ ኣሉላ ኣባነጋን(ትግራዋይ) ብስርሒት ባሕረ ነጋሲ ጎደፋ (ወዲ ጉራዕን) እያ ተሳዒራ።

  • @hagosbahabolom1422
    @hagosbahabolom1422 หลายเดือนก่อน

    Ata meknud abahagoka diyu ezi meknud sebay kemzi gierka zeynatu tarik teshekmo

  • @MisginaAsemehegn
    @MisginaAsemehegn 2 หลายเดือนก่อน

    እዚ ታሪኽ እዚ ጌጋ እዮ ሓንሳብ ራእሲ ትብል ሓንሳብ ኑጉስ ትብል ንግስና ኣበይ ተቀቢኦም

  • @sebtefinalelialmazewerqime1116
    @sebtefinalelialmazewerqime1116 2 ปีที่แล้ว +2

    Gomida abo eritrea tarikia melsna ke sendo ena, 🇪🇷Anta ezi zeynatom medlay nay abom ezi zeynatena mexiyan ka nay abona eyu ba

    • @AsmeraEritre
      @AsmeraEritre 2 ปีที่แล้ว +1

      ✊🇪🇷💯👍

  • @sam1f5y
    @sam1f5y 6 หลายเดือนก่อน

    ኣይተሓሱው ታሪኽ ብጉቡእ ኣምጽኡዎ ዘኣምነኩም የለን።

    • @redaeteklay2484
      @redaeteklay2484 6 หลายเดือนก่อน

      ኪድ እሞ ገመድ ስቀል🐀

  • @ዳዕሮምካን
    @ዳዕሮምካን 2 ปีที่แล้ว

    ኖ ኖ ኖ ታሪክ አይትቀያይሩ ናይ ጎሮቢት እና ጸላእና

    • @redaeteklay2484
      @redaeteklay2484 6 หลายเดือนก่อน

      እንታይ ኢልካ

  • @okbaykflemaryam9314
    @okbaykflemaryam9314 5 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉🎉❤

  • @noah4567
    @noah4567 2 หลายเดือนก่อน

    How can you tell the exact birth date of someone born in Eritrea in 1820s .Where did you get those records. This is pure exaggeration.

  • @ghrmaykibreab2178
    @ghrmaykibreab2178 2 ปีที่แล้ว +1

    Kab mexihaf tarik kimexiee kelo, haki tarik eyu zmexiee , kab facebook elka alo zereba , zkone seb zxihfo endiyu.
    Xexubuk tarik aynemxie , ati kindey seb zqetele kai eba amxuwo.

  • @kibromghirmay4389
    @kibromghirmay4389 2 ปีที่แล้ว +1

    ወልቃይት መሬት ኤርትራ አዩ

  • @GGMFine
    @GGMFine 4 หลายเดือนก่อน

    Afti gize nisu hagere hamasen zibahal yekun Eritrea zibahal yelen. Kiflehager nay Ethiopia hamasen eyu zibahal mis kidmi aksum silitanen ena dhri aksum silitane hade eyu tariku agaziaa yekun abssiniya . Mesfin eyu neyru ember hager yeblun. Hasot abzihka kem mastika wetitkayo

  • @teweldezeru5175
    @teweldezeru5175 ปีที่แล้ว +1

    klae ny denakur Tarik u ezi. Habehana seb mktal da natkum dyu nseb gin tkmi yeblkumin.

  • @rimon6793
    @rimon6793 2 ปีที่แล้ว +5

    ሓላላተይ መደበይ ሪኢኩም (ሳብስክራይብ) በሉለይ ፡ የቀንየለይ

  • @mnbarbmiela6242
    @mnbarbmiela6242 2 ปีที่แล้ว +2

    Tegarun lehasti nay tegaru kab 0 tebegisen aykonan hamasien hamasien zbla ezen reshat hji wn eritrea hagere hamasien eya kale sq elen eyen lehashas zbla

  • @abdellamahmud5977
    @abdellamahmud5977 2 ปีที่แล้ว

    Ras weldemichael Solomon nab Halhal eyu yegaab nero because deki Tawqe ( beline) deki adekelezan eyum mabagalom sele zekone so please correct it ne habab zeeqab zenbere degyat Bahta Hagos eyu.

  • @GGMFine
    @GGMFine 4 หลายเดือนก่อน

    Don't fabricated historic development. Just Eritrean has only 30 yrs old as a new citizens and different identities background and the influence of colonial factors. Just you have been ethiopian no more no less .aytiderbesh kem ubud kelbi

  • @MisginaAsemehegn
    @MisginaAsemehegn 2 หลายเดือนก่อน

    ማዓዝ ኤርትራ ንጉስ ነይርዎ ብዘይ ኢሳያስ ኣፍወርቂ

  • @natnaelberaki8642
    @natnaelberaki8642 2 ปีที่แล้ว +1

    HASEWTI HAMASEN DEQALU

  • @በርጌድንሓመዱ-ኰ7ኀ
    @በርጌድንሓመዱ-ኰ7ኀ 2 ปีที่แล้ว +2

    Hhhh mechm ትደልይኦ ሞ ይዝንግዓክን ሓማሴን ርእሲ መዲድ

    • @peacetoworld1516
      @peacetoworld1516 2 ปีที่แล้ว +3

      Guhaf agame lemani hasadat endikum kitdfu kitnebru ekum

    • @henoktesfagabr4919
      @henoktesfagabr4919 2 ปีที่แล้ว +1

      ወዲ ወያል ኪድ ነቶም 7ዓሌትካ ኮምኡ ቦሎም ንሕና ደቂ ሓማ ጀጋኑ እበል ከምዚ ናትኩም በኸይቲ ኣይኮናን

    • @በርጌድንሓመዱ-ኰ7ኀ
      @በርጌድንሓመዱ-ኰ7ኀ 2 ปีที่แล้ว

      @@henoktesfagabr4919 hhhh የኛ ሲ ፍሉያት እንዲኹም ታቦት ገዲፍኩም ኣውድኣመት ምድሪ ስእሊ ታሪክ የብሉ ዛንታ ሰቂልኩም ትውዕሉ ድሓር ክኣ ጅግንነትኩም ሃዘጋን ጸዓዘጋን ክትኮሳተሩ ድዩ ካልእ እሞ የብልኩምን ደምብያ ግን ኩሉ የኛ ከም ኣምሓሩ ዓሌትኩም

    • @henoktesfagabr4919
      @henoktesfagabr4919 2 ปีที่แล้ว +1

      @@በርጌድንሓመዱ-ኰ7ኀ ክክ ኮምኡ ኢልካ ንነብስኻ የእምና እቲ ደብያን ዝበልካዮ ናትካ ኢዩ እበር ንሕናስ ኩሩዓት ኢና ትም ኢልካ ሚኒን ኣይትበል ኖኻል ጣንጡ

    • @በርጌድንሓመዱ-ኰ7ኀ
      @በርጌድንሓመዱ-ኰ7ኀ 2 ปีที่แล้ว

      @@henoktesfagabr4919 ሃየ እንዶ ተዋጊኡ ዝሰዓሮ ኣምጽእ ግዳ ልዕሌኻ ዶ ኣሎ ደምብያ ፍንፋን መውስቦ ባንዴራ ደርጊ ከም ኣቦታትካ ተሰኪምካ ጫማ ኣምሓራይ ትልሕስ ኣለኻ እንዶ

  • @adiamabay6731
    @adiamabay6731 2 ปีที่แล้ว +2

    ኢንታይ ስለ ዝተደለየ ኢዩ ግን ሕጂ ዝላዓሉ

    • @peacetoworld1516
      @peacetoworld1516 2 ปีที่แล้ว +2

      Guhaf ab des zbelena nelilo kidi nay abotatki resah tarik smei dkala🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪

    • @samiyoungafro2140
      @samiyoungafro2140 2 ปีที่แล้ว

      @@peacetoworld1516 ኣብ ዝሓለፍኩዋ ክትጻረፍ ጥራይ ይሪኤካ፣ ሓሳብ የብልካን ድዩ፧ ኣብዲ

    • @peacetoworld1516
      @peacetoworld1516 2 ปีที่แล้ว +2

      @@samiyoungafro2140 guhaf menedieka tsewieka netom dekalu resahat yehwatka dika kitzeri metsika

    • @samiyoungafro2140
      @samiyoungafro2140 2 ปีที่แล้ว

      @@peacetoworld1516 ንስኻስ ሓወይ እንዲኻ ሓዊ ደኣ ይለብልብካ እምበር

    • @peacetoworld1516
      @peacetoworld1516 2 ปีที่แล้ว +2

      @@samiyoungafro2140 abedieka yfelteka kid nabtom resagat agame yehwatka eleka eye 🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤💪💪💪

  • @kibromhabtom964
    @kibromhabtom964 2 ปีที่แล้ว +1

    ጽውጽዋይ

    • @efremtekie101
      @efremtekie101 2 ปีที่แล้ว

      Ata Kondaf wedi junta

    • @peacetoworld1516
      @peacetoworld1516 2 ปีที่แล้ว +1

      Nay aboka guhaf tarik slezkone tswtsway koynu ysmeaka alo hasad agame komal

    • @adiamabay6731
      @adiamabay6731 2 ปีที่แล้ว +1

      ናይ ብሓቂ ጽውጽዋይ ቅድሚ ሕጂ ድኣ ዘይተክብርዎም ኣየ ንስኩም

    • @peacetoworld1516
      @peacetoworld1516 2 ปีที่แล้ว

      @@adiamabay6731 dkala resah aliet agame

    • @adiamabay6731
      @adiamabay6731 2 ปีที่แล้ว +1

      @@peacetoworld1516 ኢታ ወዲ ደርጊ ክክክክ ሽመት ክረክብ ዝከረብ ሰብኣይስ ድሕሪ ክልተ ሚኢቲ ዓመት ኢንታይ ስለ ዝተደለየ ኢዩ ዚዝከር ዘሎ

  • @norjonas3485
    @norjonas3485 2 ปีที่แล้ว

    ሓሶት

  • @sam1f5y
    @sam1f5y 6 หลายเดือนก่อน

    ሓሳዊ ታሪኽ ኣይተባላሹ ረሳሕ።ሰብ አይተታልሉ ሳላ ጎጉል ኩሉ ፈሊጡ ኢዩ። ራእሲ ወለኪኤል ሰለሙን ደቂ ዓዱ ጨፍጭፉ። መተማ ኩፊት ጉራዕ ዓላ ጉደት ደጎሊ ናይ ሃጸይ ይውሃንስ ኣሉላ ኣባነጋ ኢዩ። ኣይተታልልዎ ነዚ ህዝቢ ዘይናትካ ታሪኽ ጽቡቅ ኣይኮነን። ናደው እዝ ወያነ ኣፍሪሰሞ እንተዝብሉኻ ይሕርቀካ ዶ። ከምኡ ኢኹም ትብሉ ዘለኹም።በጃኹም ታሪኽ ኣይተዘቡዑ

    • @redaeteklay2484
      @redaeteklay2484 6 หลายเดือนก่อน

      ጅግና እዩ ወዲ ሃገረ ሓማ ጎሚዳ❤🇪🇷💪

  • @dontblameme596
    @dontblameme596 2 ปีที่แล้ว +2

    aye aye kkkkk ezi klu axwar 50% nay absininan marikom ketbl xenihkas km kelbi tewetitu shewa tasiru yebhal kkkk dehan deha ab Eritrea kedamay derja zesraee king bahri negasi issak u kale sakt shefatu yom nerom tarik aytemzezu

    • @peacetoworld1516
      @peacetoworld1516 2 ปีที่แล้ว

      Guhaf agame kid naytom guhafat sheyenti abotatka smae ezi nau jeganu tarik eyu

    • @dontblameme596
      @dontblameme596 2 ปีที่แล้ว

      @@peacetoworld1516 kkkkk aboy deu ab merat agome keydu zemote ezi sebay knsemo zxenahna u ko agome keydu neomm agelgilu ka moytu ezi zeykonenn ti tarik kale alo deu

    • @peacetoworld1516
      @peacetoworld1516 2 ปีที่แล้ว

      @@dontblameme596 ata dkala wedi dkala Erey nay jeganu eya kid nabti resah adi abotatka dkala wedi dkala 🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪

    • @dontblameme596
      @dontblameme596 2 ปีที่แล้ว

      @@peacetoworld1516 semae bro ezi u neana dehri zetrfena zelo nay kedem neyrom halifom lomi rasi wedkemikael xbah raesi tesma xbah rasi kidane maryam kesto degyat bahta hagos ezi nezi seb fah fah yetylu zelo ab kendi metrnaf nenatu tarik kezarb ko hager temekalila ezi aysatun u eritrawi ab weder u atu zelo no neana Ethiopia kman bsenki nay tarik haxey tedros menelik keblu hager ferisatom so slezi tarik knger xbuk Eritrea to Eritrea yes 🙌 gn mas kmzi hji zelenayo entrfo knerehak kenkarb aynkeln wedhanka bezi 🇪🇷🙌

    • @peacetoworld1516
      @peacetoworld1516 2 ปีที่แล้ว

      @@dontblameme596 hawey ane b eritran eritrawianin zmetseni ayfetun eye fkri hager ente halika kab tarik abotatka eyu zjimr nebotatna ente akbirna zelalem kinkebir ena. Ane ezi nay hagerna zehebn jigninet enkelena nay guanot nay hasot tarik aynetakie eyu meleiktey. Bzkone btihtna kitredadae sle zgeberka yednikeka eye thank u wedi Erey🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤

  • @shamsedakasedaka9698
    @shamsedakasedaka9698 2 ปีที่แล้ว +2

    Kkk ኣቤት ጣሪክ ሓሶት ፍሺላት

    • @kejuwelel1724
      @kejuwelel1724 2 ปีที่แล้ว +2

      Askut alula wahid

    • @peacetoworld1516
      @peacetoworld1516 2 ปีที่แล้ว

      Agame hasad Eritra nay hamasien eya kitfelit netselaka hizka nab tgraka kid

    • @dontblameme596
      @dontblameme596 2 ปีที่แล้ว

      @@peacetoworld1516 aboka u ko goytot tigray agelgilu moytu aythagrn tigraway ketbl dembya we dembya

    • @peacetoworld1516
      @peacetoworld1516 2 ปีที่แล้ว +1

      @@dontblameme596 kkk nay jeganu hamasien tarik fesi n fesi eyu zgebrekum kkk ajoka gn abaka aykonen tejemiru kab abohagotatkan abotatkan eyu jemiru komal dkala junta 🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪🤣🤣🤣

  • @mrd7191
    @mrd7191 2 ปีที่แล้ว +3

    Thankfully big man, Dgemena dea bzeaba nay hagerna tarik kinfelit ndelina, Lomi Erena Tsbah Erena
    Amigo from Uk

  • @hareguyemane9075
    @hareguyemane9075 วันที่ผ่านมา

    God bless Eritrea and Eritrean People Awet Nhafash ✊️✊️✊️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💕💕💕💕🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🏾🙏🏾🙏🏾

  • @zewdeberhe1610
    @zewdeberhe1610 2 วันที่ผ่านมา

    Could you also brief🎉us on Ra'es Tesema's back ground. Thanks.

  • @Md-hv8fr
    @Md-hv8fr 2 ปีที่แล้ว +5

    👑🐅🇪🇷

  • @hagerabraham6232
    @hagerabraham6232 2 ปีที่แล้ว +5

    💯💗💗💗💗

  • @adiamyonas-zp3qp
    @adiamyonas-zp3qp 2 หลายเดือนก่อน

    ታሪክ ራእሲ ወልደሚካኤል ሶሎሙን ሰፊሕ ታሪክ ኢልካስ 17 ደቂቅ ወዲእካዮ ኣቤት ሕመቅ ኣንቱም ሰባት ናይ ኣቦና ወልደንኪኤል ዶሎሙን ሲ በዚ ዝውዳእ ኣይኮነን ካልእ ደኣ ሃሰስ በሉ መጽሓፍ ውን ዝኣክሎ ኣይኮነን ጅግንነቱ

  • @the_enun1981
    @the_enun1981 8 หลายเดือนก่อน +1

    ታሪኽ ኣይትበርዙ ክብለኩም ጥራይ ይደሊ!

  • @AfewerkTeklay
    @AfewerkTeklay 5 หลายเดือนก่อน

    🧐🤣🤣1000% False story🤣😅ok do u have evidence or documents 🤫 🙊🙊🙉

  • @selamasfaha546
    @selamasfaha546 2 ปีที่แล้ว +4

    He is hero.

  • @johnthebrain7990
    @johnthebrain7990 2 ปีที่แล้ว +2

    ሃመይ ኢኻ ወለንኪኤል ጎሚዳ
    ኣእዳው ጸዓዘጋ ዝገበርጋ ጓንዳ
    ኣጥባት ኣንስቶም ዝቆረጽካ ከይጠንሳ ከይወልዳ
    ድፍን ዘበልካያ ዓዲ ብዓዳ
    ሎሚ ውን ደቅኻ ኣብ ትግራይ ደጊመሞ
    ህጻን ምስ ኣረጊት ኣልማማ ኣርጊፈሞ
    ዝኽርኻ ብምግባር ታሪኽ ደጊመሞ
    ኣብ ምኽፋሉ ዶ ክኸውን ዩ ቅዝፈት
    ኣይንርኣዮ ክኸውን ዩ ይዋእ ዝወለደት!!

    • @teweldeg1883
      @teweldeg1883 2 ปีที่แล้ว

      Eten atbaten zteworexa deqi tszega mkanen ke felitka do tikewin??

    • @johnthebrain7990
      @johnthebrain7990 2 ปีที่แล้ว +1

      @@teweldeg1883 ኣሕዋት ምዃኖምን መዋስብቲ ምዃኖምን ደኣ ይፈልጥ፡ ዘይ ምስ ራእሲ ሃይሉ ብስልጣን ተሃላሊኾም እዮም ተዋዲኦም እምበር ካልእ ኣይኮነን እኮ እቲ ኩናት ዝተወለዐ።

  • @dana.j9062
    @dana.j9062 6 หลายเดือนก่อน +1

    All Eritrean social media outlets are doing an excellent job of informing us all Eritreans about our own history and current events and situations!!!
    💫🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏💫

  • @ኣጆኺኤረይ
    @ኣጆኺኤረይ ปีที่แล้ว +2

    Hama adey❤❤❤❤❤

  • @mamaafricamomaafrica3090
    @mamaafricamomaafrica3090 หลายเดือนก่อน

    Kkkkkkkkk. Tefalitna alena

  • @kubromghebrhanes2091
    @kubromghebrhanes2091 2 หลายเดือนก่อน

    Fack History 😮😮😮😮😢😢😢😢

  • @mesginahabte3391
    @mesginahabte3391 2 ปีที่แล้ว +2

    Great...100%😘🇪🇷😘🇪🇷👏

  • @hiyabutsegay1038
    @hiyabutsegay1038 3 หลายเดือนก่อน

    King 👑 ❤

  • @alexjohn996
    @alexjohn996 7 หลายเดือนก่อน

    Waaay Tarik hiwswis koyna kemdilayka koynu beqa kkkķ😂😂😂😂😂

  • @awetgrmay2802
    @awetgrmay2802 6 หลายเดือนก่อน

    no

  • @unitedforlife2473
    @unitedforlife2473 2 ปีที่แล้ว +3

    Enbae naa ba aytihasu. N Eritrea Eritrea kitxiwae zgebru tliyan eyu. Giega habereta aytehlif Tliyan eyu dobat Eritrea hanxixwo

  • @mekerettv696
    @mekerettv696 2 ปีที่แล้ว +3

    እዚ ታሪኽ ኣቲ ልኽዕ ኣይኮነን።ጌና ታሪኽ ጎሚዳ ብህግደፍ ተዓቢዑብ ኣሎ።ታሪኽ ክብርን ትግርኛ ንምጥፋእ ድግዲቅ ዝተዓጥቀ ግጂለ ህግደፍ እንታይ ስለ ዝሓሰበዩ ሎሚ ክዛረበሉ ፈቂዱ።ነፍሲ ወከፍ ሃገር ራእስታታ ይሕመቁ ይንፈዑ ይሕበንሎም ኢዮም።እዚ ናትና ግን ብወረ ሰብ በር ሃሳስ ስእሊ ካልእ ጹጹይ ታሪኽ ገለካ ዘይብልና።ንሱ ከኣ ባህሊ ሳሕል ንምውራስ ዝግበር ዘሎዩ ጡጂእ ፍልስፍናቱ።

    • @bvftfhcazzytrgc7462
      @bvftfhcazzytrgc7462 2 ปีที่แล้ว

      Ajoka ezi tblo zeleka flut eyu meknyatu Isease wedi medhn berah Tgraway sle zkone taemratawi jgnnet Eritreawyan keywres sle zdeli eyu zebet zelo

  • @NAHHTY21
    @NAHHTY21 ปีที่แล้ว

    Im glad that your my blood

  • @teweldeg1883
    @teweldeg1883 2 ปีที่แล้ว +2

    ሓቅነት ዘይብሉ ታሪኽ ናብ ዝመጽእ ወሎዶ ኣይተሕልፉ
    ራሲ ወልደሚካኤል ምስ ጥልያን ተጸጊዖም ኢዮም ኣንጻር ህዝቦም ዝዋግኡ ዝነበሩ
    ኣይትሓስዉ

    • @godisgoodgood625
      @godisgoodgood625 2 ปีที่แล้ว +1

      Resah komal Tarik natka felt mejemerta mebokolkan aletkan zeytfelt komal dekala

    • @teweldeg1883
      @teweldeg1883 2 ปีที่แล้ว

      Temeramer hawey natey mexhaf anbbb ras weldekal deqi xazega ztsnetu chekan seb iyom
      Seb zeynatu aynhabo

    • @godisgoodgood625
      @godisgoodgood625 2 ปีที่แล้ว

      Neska zexehafkayo yekewn .just make yours Don't look in Eritrean channels. B/c it's not your channels

    • @teweldeg1883
      @teweldeg1883 2 ปีที่แล้ว

      @@godisgoodgood625
      ኣታ እርሲ ዕየት ኤርትራ ልዕለይ ዶ ትብጽሓካ ትከውን ኢልካ ትሓስብ ?? ኣነ ወዲ ባሕሪ ነገስቲ ኢየ
      እስካ ፈቲካ ትምጽዉተላይ ኣይኮንካን
      ርእሲ ቡኮ
      ርእስካ ኣስርሓዮ ሰብ ኢዩ ሃገር ሰብ ከኣ ኣነን ንስካን ኢና ::

    • @godisgoodgood625
      @godisgoodgood625 2 ปีที่แล้ว

      Terewa