ขนาดวิดีโอ: 1280 X 720853 X 480640 X 360
แสดงแผงควบคุมโปรแกรมเล่น
เล่นอัตโนมัติ
เล่นใหม่
አምበሳ ኤሪትራዊ ጅግና ኩሉ ከማካ ተዝከውን ምሉእ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ።❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏🙏
መርሓባ ኢረትራ ነት ወርኪ ሰላም ብትገብርዎ ዘለኩም በላሕቲ ሃገርዉያን ኣምጺኢኩም ታሪክ ቃልስን ታሪክን ዝፈልጡ ኣቅርቢኩም ተስንቁና ዘለኩም ነጋይሽኩምን ነዓካትኩምን ሉዕል ምስግና ይግባኣኩም። ነኢፍሮም ድማ ዕድመን ጥዕናን ንክህበካ ንምነይ።
የቀንየልና ክቡር ሐውና ኤፍሬም ኩሉጊዜ 🇪🇷 ኤርትራዊነት ንዘልአለም ❤🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷👍
አጆካ ኤፍሬም አታ ጅግና ኩርእ ኤርትራዊ ተባረክ እድመን ጥእናን ይሐብካ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏🙏🙏🌹🌹🌹
ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ !የቐንየልና EMNA
ናይ ብሓቂ ኩሉ ግዜ ንኤርትራን ኤርትራውነትን ከዲዖም ምስ ማለሊት ወጊኖም ዘጣቅዑ ዝነበሩ ማለሊት ምስ ተደምሰሰት ከኣ በርገር ንኸብዱ ዶ ንሓመዱ ኢና ኢሎም ዘንገርግሩ ዘለው ዕሱባት ደቃሉ ግዜ ይነውሕ እምበር በብሓደ ክጥበሳ እየን ።ወትሩ ዓወትና ሓፋሽ🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪🌼🌼🌼☘️☘️
ዓደየ ዓዲ ጀጋኑ በዓል መንዮም ዝሃደሙ ብዓል መን ዮም ዝጠለሙ ኤርትራ ሃገረየ ንምድኻምን ህዝብና ስሚዕቱ ንምቕታል ፡ መንእሰያትና ሰንፈላል ሂወት ንከሕልፉን ከንቶመንቶ ንክገብርዎም ዝጸዓሩ ድኹማት ሕልና ጸላእትናን ኣሻቐልቶምን ሎሚ ተደብሮም ሕርር ኩምትር ይበሉዓወት ንሓፋሽ ኤርትራ ንቅድሚት ❤
ናይ.... ብሓቂ.... ኣገዳሲ... ዛዕባ. ንኹሉ... ግዜ ኣለዎ ❤❤❤+❤❤❤+❤❤❤=1❤
ናይ በሐቂ ንፈዓት አበርትዕክም ክትቅጽልዎ ንላቦኦ መክንያቱ ኩናት ብመድያአ እዩ ተቀይሩ ምሰ ታርክናአን ምህራትናአን ከለናአ አብ ማሰመድያአ ዛሕሊ አለናአ አጆኩም🇪🇷👍💯💯❤️💯👍👍🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍👍💯💯💯👍👍🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ብሓቂ ኤርትራዊ ከይትብልዎ ምስ ጃንዳ እንተወጊኑ ❤❤❤❤ ጃንዳ ዳኣ ብዓባያ እንቃዕ መሲስኩም ሓላዊት ስጡሕ ግበርኩማ እምበር እዚአንስ ርሕቐተን ወዲአን ይነብሓ እየ ደለዋ ናባና ግደፍወን የቐንየልና ኤፋር & ዮኒ ቀጽልዎ❤❤❤❤
ኤፍሬም ሐወይ ጅግና ኩሩዕ ኤሪትራዊ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ❤️❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🏾🙏🏾🙏🏾
የቀንየልና ጅግና ከቡር ሐዉና ኤፋሬም ከለጊዜ 🎉❤ ጀጋኑ ኤርትራዊነት ከቡር መንነት❤❤🎉🎉🎉
ጥዐዕና ን ዕድመን ይሃብካ
ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ጀጋኑ🎉❤🎉❤🎉
ኩራዕ ወዲ ኢረይ ጅግና ኣለና ኣብጎንካ
አሰይይዬ ዕድመን ጥዕና ያሀብኩምሐይልታት ምክልካል ሀገረይ የቀኒልና 🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤🇪🇷ዘልኣለማዊ ዝክርን ንሰማታትና ወትሩ ዓወትንሐፊሽ🇪🇷🇪🇷
ጂግና ወዲ ኤረይ ሓቂ ቢሓቂ ኢዚኦም ከምዛ ዝገልጽካዮም ኢዮም ገጾም ትክወል።👍👍👍🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Selam....🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️🇪🇷🇪🇷
EMN ቀጽልዎ ብዘይምዝራብና ታሪኸና ጀግንነትና ጎረቤትና ናቶም ጌሮሞ ኤፍረም ሐዉና ናይ በረሓቂ ስምዒት ዝቅሰቅሰ ኣገላልጻ ንበሩልና ደቂ ኤረይ።
100% ሻዕብያ =ህዝቢ እዩ!, ህዝቢ =ሻዕብያ እዩ!❤❤❤+❤❤❤+❤❤❤=1❤🫶🏾✌🏾
ግራሴ ኤፍሬም ሐውና ብመትከልኩም ብጽንዓትኩም ተምሳሌት ናትኩም ኢና ናይ ጀጋኑ ሰራዊትና 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ብጣዕሚ መሳጢ ጅግንነት ዝዓጠቐ መደብ🇪🇷❤ኤፍረም ጅግና ቀጽሎ🙏💪💐
Thank you brother keep up good job.God bless Eritrea 🇪🇷🙏🇪🇷
ንፉዕ ዝወደይ ብሕቂ።
Thanks more & Keep going 🚶🚶🚶🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 ERITREA 🇪🇷🇪🇷🇪🇷 for Eritrean 🌹🌹🇪🇷🌹🇪🇷🇪🇷🌹,,,,,
I am proud of you my dera bro 🙏❤️🇪🇷❤️🇪🇷och sabhiya for Ever awet nahfahs 🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🐪🐪🐪✊🏽
Wowww what legend 👏 God bless eritrea 🇪🇷
Thank you EMNA proud of you 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Sending love ❤️ 🇪🇷 ❤️ 🇪🇷 ❤️ 🇪🇷 ❤️ 🇪🇷 ❤️
Thank you so much everything you guys do for our country. Because of you we are full of confidence. GOD BLESS YOU AND YOUR FAMILY. ❤🎉❤🎉❤🎉
ኣነ ሳጓ መሪጸልካ ኣለኹ።🇪🇷💪🇪🇷ሚሳይል🇪🇷💪🇪🇷 ኢለካ ኣለኹ።ሚሳይልካ ንከዳዓትን ወይጦታትን ደምሳሲ ኢዩ እሞ በርትዕ ወዲ ኤረይ ጅግና❤
ተዓወት ወዲ ሓላል መሬት ክበር አየወ ክንደይከ ደስ ይብለካዩ እቲ ውሽጣዊ ስሚዒትካ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 ዓወት ንሓፋሽ
ደሃይ ደሃይ ጅግና ተባዕ ካብ ውሽጢ ሃገር ከንጎድጉዶ ሰሚዓ ባህ ኢሉኒ ተሐቢነ ዕድመን ጥዕናን ንጀጋኑ አርካናትና ንበሩልና ክበሩልና
🙏🙏🙏Efrem wadi Eray ❤❤❤🎉🎉🎉❤❤❤🎉🎉🎉
We are proud of you keep going ❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷🙏
ክብርን ሞጎስን ንሰራዊት ኤርትራዊ የቐንየልና ❤❤❤❤💪💪💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 Grazie ❤❤❤
Bro Efrem you made us proud. You have clearly reflected the true spirit of the Eritrean fighters including the supports in diaspora. I’m quite sure Eritrea is now achieving its last dream which will place it in its highest pick. Tedros
ኩሉ ግዜ ኣምጻዮ ንፈትዎ ስነ ጥበባዊ ኤፍሬም ኣርሓ እዚ ኢዩ ኤርትራዊ ❤❤❤❤
Thanks bro🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏
ERITREAWENT KUBUR MENINET GOD-BLESS 🇪🇷 ♥️ 🇪🇷💯🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷☦️☪️☦️☪️☦️☪️☦️☦️☦️☦️☦️☦️☦️
Anbesa ❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ወዲዛ ሓላል ሜሬት ዕድመን ጥዕናን ይሓብካ ❤🇪🇷❤❤🇪🇷❤❤🇪🇷❤🇪🇷❤❤🇪🇷
ተዓወት...... ወዲ.... ሃገርን... ህዝብን ❤❤❤+❤❤❤+❤❤❤=1❤
ጽቡቕ መደብ ዮናስ ከምእውን ኢፍረም ጀጋኑ ሃገራውያን ናብ ብሓቂ ተረከብቲ ሻዕብያ ምኻንኩም ንተኣማመን✌🍎🍎🍎🍎
ኩቡር ሓዊ ኤፍሬም ዕድመን ጥዕናን ምስ ሙሉእ ምክልኻል ኤርትራ ኣጀኩም ሰላም ንኩሉኩም ደቂ ኤርትራ 🇪🇷🌷🙏🇪🇷🌷🙏🇪🇷🌷🙏🇪🇷🌷🙏🇪🇷🌷🙏🇪🇷🌷🙏🇪🇷🌷🙏🇪🇷🌷🙏🇪🇷🌷🙏🇪🇷🌷🙏🇪🇷🌷🙏🇪🇷🌷🙏🇪🇷🌷🙏🇪🇷🌷🙏🇪🇷🌷
ንሕና ኤርትራዉያን መለለይና ሐድነት እዩ እሞ ሐድነትና ነደልድል❤️🇪🇷 ሃገርና ሃገር ሰማእታት🇪🇷❤️🇪🇷 ነዚ ጅግና እባ ዕንበባ ሃቡለይ🌺🌺🇪🇷❤️
አታ ጅግና ወዲ ጅግና ኩርእ ኤርትራዊ ጅግና ጅግና ኩሉ ከማካ ይኩን 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ዕውት ወዲ ዕውት ኤፋር ጅግና ንበር ክበር❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
🇪🇷👍🌹❤️.It renew my memories. This is the real Eritrea. Both Efrem moknen and yonas ❤🌹🇪🇷👍 Thank you. Awet Nhafash ✊.
🇪🇷❤️Young generation 🇪🇷 Think deeply, Always Eritrea & Eritrean first. Awet Nhafash ✊.
ጂግና ወዲ ኤረይ ብሓቂ ፣ ምስ ኩቡር ኣቕራቢ ጋዜጠኛና
ሰላምታካ እጥዓም ኢፍረም ሙቁር ጅግና ሓወይ ከምኡውን ጅግና ኤሪትርያን ሚድያ ጽቡቅ መደብ ቀጽሎ ኢኻ❤❤❤
Ajoka wadi erey 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👌👍💪
ጂግና ወዲ ኤረ፣ኤርትራዉነት ክቡር መኔነት🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️🌹🌹🌹✊🏼
Zelalemawi zkri n Kbrin n sematat Eritreana ❤❤❤❤❤❤❤❤❤
We love you. God bless eritrea 🇪🇷 🙏 ❤️ 🙌 ♥️ ❤️ and
Thank you our brother🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹
God bless you brothers for preaching unity of our Eritrean people.❤❤❤❤❤❤❤❤
ሓውና ኤፍሬም ጅግና ተባዕ የቐንየልና ዕድመን ጥዕናን የሓብካ ክቡር ሓውና 291☝❤🇪🇷💪🙏🙏🙏🙏
Merhaba Emn 🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤
Thank you gegna ♥️♥️♥️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍👌🇪🇷
Meilleur reportage intéressant merci Yoni🙏💕⚘️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷♥️
Selam...deki erey..ertrawinet kubur mininet. Kibrin.misganan. nisematatna..e.ni.serawitna. 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️🐪🐪🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Proud to Be eritean ❤❤❤❤❤❤
Like❤❤❤❤❤❤❤❤❤
አባሳደር ኤርትራዊ ኤፉ🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏🙏🌹🌹🌹
Viva.
❤❤❤❤❤ዝብላዕ ዘረባ እሱ እዩ እቲ ሓቂ ። ትማሊ ኔርና ሎሚ ኣለና ጽባሕውን ኣለናናናናና ኤርትራ ንሓዋሩ ኣላ ብሻዕብያን ብደቃን ተሓፊራን ተኸቢራን ክትነብር ኢያ።ኩራዕ ኢፍሬም ጅግና
ኤፍሬም መኮነን ጅግና ወዲ ኤረይ ስሚ ከዳዓት ቀጻሊ ምጸና ኢኻ::
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤❤💪💪💪
Eritrawi kubur menenet ❤🇪🇷🇪🇷
🇪🇷👍🇪🇷👍🇪🇷👍🇪🇷
Long live Shaebia!! Long live EDF!!Long live Eritrea!! Awet n'hafash!!!Thank you EMN 🇪🇷🇪🇷🇪🇷
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ዓሽ ወዲ ኤረይይይይይይይይይይይይይ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Waw what a definition simple & understandable thank you !
Mejemerta,Nkulatkum Aedalewtn Edumatn Nemesgn .Banderana, gn Aeb Resiy Hatelatat Tetekila eya.Tetekila gbuae zhazet eya.❤❤❤.
Thank you EMN 🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷🌹🇪🇷❤️🇪🇷🌹🇪🇷🌻🌹💐🌺🌻🌷💐
Bright warsai walta Hugeru.We proud of you Peaceful life to Eritrean people and Victory to EDF💪💪💪💪💪💪💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹🌹🌹🌹🌹🥰🥰🥰
Wellcome❤❤
❤❤❤❤ ኣሰይይይይ እዛ ኤርትራ ትዓውትላ ከማኻ ይብዝሑ ጅግና
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌺🌺🌺❤️
Wawww amazing 🙏🇪🇷💯💯💯💯💯💯
ኤፋር ጂግና ሓርበኛ ኢኻ ናይ በሓቂ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍✌️ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ እንኮላይ ዮኒ
Thank y’all for all you do! Keep it up 👍👋👏🌹🇪🇷💕🌹💕🌹💕🌹💕✊
Eritrea first
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 ድምጽካ ኣይታሓብእ አፉር ነቲ ጅግና ነስንስሉ ሰቲ ነት ከዳዕ ድማ ደርብየሉ ጋህሪ ።
Akika Wedi🇪🇷🇪🇷🇪🇷💯👍🌟🥰⭐️❤️🌺✊🙏🙏🇪🇷💯✊🌴👍🌺⭐️
ይበል ኣገላልጻ ክቡር ሓው ኩሉ ሓቂ ⛪🕌🇪🇷❤
ቅሰን❤❤❤👍🐢
GOOD Job well done Efrem
👍👍👍🙏🙏🙏🙏🙏🙏
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💎💎💎💎💎🙏🙏🙏🙏🙏👊👊👊👊👊👊👊👊👊ዓወት ንሓፋሽ 👊ውድቐት ንፈሽፋሽ💐💐💐💐💐💐
Yess💙❤️🇪🇷
ኣማን ብኣማን ኣነ ክሃድም ከለኩ ዋላሓኒ ኣይፈልጥን ነይረ ሕጂ ግን ሕቁፊ ማሙቅ ኣደይ ዓደይ ምስ ሰኣንክዎ ተበራቢረ ሃሰስ ኢለ ስኢነያ ሃንቀው ክብል ይነብር ኣለኩ። ኤርትራ ኤርትራውነት ክበሩለይ ንበሩለይ ክብርን ዝክርን ንስውኣትና ዓወት ንሓፋሽ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ወዲ መሬት እፊ ሐወይ 🇪🇷🙏🏻
Eritrea for Eritrean 🇪🇷
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ኣየወ ኤፍራ ጅግና ኩሩዕ ኤርትራዊ ሓበን ኢኻ ኢለካ ኣለኹ🇪🇷።ብኣኹም ማለተይ ብሓይልታት ምክልኻልና ኣዚና ኢና ንሕበን።ብሳልኹም ኤርትራውያን ኮይና ኣብ ምሉእ ዓለም ዘለና ኣፍ ልብና ነፍሕና ንነብር ኣለና።ንኹሉ ሓልታት ምክልኻልና ኮታ ነታ ክንደይ ሂወት ዝወሰደ ኤረይ ዘውሓስኩምን ብኹሉ ወገንኩም ከርተት ትብሉ ዘለኹም ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ🙏❤።ኣብ ዘለኹሞ ክኣ ፍቕርን ሰላምን ቅሳነትን ይስዓብኩምክብረት ይሃብኩም❤🙏🇪🇷🙏✌🙏❤
Anbesa ajoka ❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
❤🙏💪👈
አምበሳ ኤሪትራዊ ጅግና ኩሉ ከማካ ተዝከውን ምሉእ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ።❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏🙏
መርሓባ ኢረትራ ነት ወርኪ ሰላም ብትገብርዎ ዘለኩም በላሕቲ ሃገርዉያን ኣምጺኢኩም ታሪክ ቃልስን ታሪክን ዝፈልጡ ኣቅርቢኩም ተስንቁና ዘለኩም ነጋይሽኩምን ነዓካትኩምን ሉዕል ምስግና ይግባኣኩም። ነኢፍሮም ድማ ዕድመን ጥዕናን ንክህበካ ንምነይ።
የቀንየልና ክቡር ሐውና ኤፍሬም ኩሉጊዜ 🇪🇷 ኤርትራዊነት ንዘልአለም ❤🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷👍
አጆካ ኤፍሬም አታ ጅግና ኩርእ ኤርትራዊ ተባረክ እድመን ጥእናን ይሐብካ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏🙏🙏🌹🌹🌹
ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ !
የቐንየልና EMNA
ናይ ብሓቂ ኩሉ ግዜ ንኤርትራን ኤርትራውነትን ከዲዖም ምስ ማለሊት ወጊኖም ዘጣቅዑ ዝነበሩ ማለሊት ምስ ተደምሰሰት ከኣ በርገር ንኸብዱ ዶ ንሓመዱ ኢና ኢሎም ዘንገርግሩ ዘለው ዕሱባት ደቃሉ ግዜ ይነውሕ እምበር በብሓደ ክጥበሳ እየን ።
ወትሩ ዓወትና ሓፋሽ🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪🌼🌼🌼☘️☘️
ዓደየ ዓዲ ጀጋኑ በዓል መንዮም ዝሃደሙ
ብዓል መን ዮም ዝጠለሙ
ኤርትራ ሃገረየ ንምድኻምን ህዝብና ስሚዕቱ ንምቕታል ፡ መንእሰያትና ሰንፈላል ሂወት ንከሕልፉን ከንቶመንቶ ንክገብርዎም ዝጸዓሩ ድኹማት ሕልና ጸላእትናን ኣሻቐልቶምን
ሎሚ ተደብሮም ሕርር ኩምትር ይበሉ
ዓወት ንሓፋሽ ኤርትራ ንቅድሚት ❤
ናይ.... ብሓቂ.... ኣገዳሲ... ዛዕባ. ንኹሉ... ግዜ ኣለዎ ❤❤❤+❤❤❤+❤❤❤=1❤
ናይ በሐቂ ንፈዓት አበርትዕክም ክትቅጽልዎ ንላቦኦ መክንያቱ ኩናት ብመድያአ እዩ ተቀይሩ ምሰ ታርክናአን ምህራትናአን ከለናአ አብ ማሰመድያአ ዛሕሊ አለናአ አጆኩም🇪🇷👍💯💯❤️💯👍👍🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍👍💯💯💯👍👍🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ብሓቂ ኤርትራዊ ከይትብልዎ ምስ ጃንዳ እንተወጊኑ ❤❤❤❤ ጃንዳ ዳኣ ብዓባያ እንቃዕ መሲስኩም ሓላዊት ስጡሕ ግበርኩማ እምበር እዚአንስ ርሕቐተን ወዲአን ይነብሓ እየ ደለዋ ናባና ግደፍወን የቐንየልና ኤፋር & ዮኒ ቀጽልዎ❤❤❤❤
ኤፍሬም ሐወይ ጅግና ኩሩዕ ኤሪትራዊ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ❤️❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🏾🙏🏾🙏🏾
የቀንየልና ጅግና ከቡር ሐዉና ኤፋሬም ከለጊዜ 🎉❤ ጀጋኑ ኤርትራዊነት ከቡር መንነት❤❤🎉🎉🎉
ጥዐዕና ን ዕድመን ይሃብካ
ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ጀጋኑ🎉❤🎉❤🎉
ኩራዕ ወዲ ኢረይ ጅግና ኣለና ኣብጎንካ
አሰይይዬ ዕድመን ጥዕና ያሀብኩምሐይልታት ምክልካል ሀገረይ የቀኒልና 🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤🇪🇷ዘልኣለማዊ ዝክርን ንሰማታትና ወትሩ ዓወትንሐፊሽ🇪🇷🇪🇷
ጂግና ወዲ ኤረይ ሓቂ ቢሓቂ ኢዚኦም ከምዛ ዝገልጽካዮም ኢዮም ገጾም ትክወል።👍👍👍🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Selam....🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️🇪🇷🇪🇷
EMN ቀጽልዎ ብዘይምዝራብና ታሪኸና ጀግንነትና ጎረቤትና ናቶም ጌሮሞ ኤፍረም ሐዉና ናይ በረሓቂ ስምዒት ዝቅሰቅሰ ኣገላልጻ ንበሩልና ደቂ ኤረይ።
100% ሻዕብያ =ህዝቢ እዩ!, ህዝቢ =ሻዕብያ እዩ!❤❤❤+❤❤❤+❤❤❤=1❤🫶🏾✌🏾
ግራሴ ኤፍሬም ሐውና ብመትከልኩም ብጽንዓትኩም ተምሳሌት ናትኩም ኢና ናይ ጀጋኑ ሰራዊትና 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ብጣዕሚ መሳጢ ጅግንነት ዝዓጠቐ መደብ🇪🇷❤
ኤፍረም ጅግና ቀጽሎ🙏💪💐
Thank you brother keep up good job.God bless Eritrea
🇪🇷🙏🇪🇷
ንፉዕ ዝወደይ ብሕቂ።
Thanks more & Keep going 🚶🚶🚶🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 ERITREA 🇪🇷🇪🇷🇪🇷 for Eritrean 🌹🌹🇪🇷🌹🇪🇷🇪🇷🌹,,,,,
I am proud of you my dera bro 🙏❤️🇪🇷❤️🇪🇷och sabhiya for Ever awet nahfahs 🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🐪🐪🐪✊🏽
Wowww what legend 👏 God bless eritrea 🇪🇷
Thank you EMNA proud of you 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Sending love ❤️ 🇪🇷 ❤️ 🇪🇷 ❤️ 🇪🇷 ❤️ 🇪🇷 ❤️
Thank you so much everything you guys do for our country. Because of you we are full of confidence. GOD BLESS YOU AND YOUR FAMILY. ❤🎉❤🎉❤🎉
ኣነ ሳጓ መሪጸልካ ኣለኹ።
🇪🇷💪🇪🇷ሚሳይል🇪🇷💪🇪🇷
ኢለካ ኣለኹ።ሚሳይልካ ንከዳዓትን ወይጦታትን ደምሳሲ ኢዩ እሞ በርትዕ ወዲ ኤረይ ጅግና❤
ተዓወት ወዲ ሓላል መሬት ክበር አየወ ክንደይከ ደስ ይብለካዩ እቲ ውሽጣዊ ስሚዒትካ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 ዓወት ንሓፋሽ
ደሃይ ደሃይ ጅግና ተባዕ ካብ ውሽጢ ሃገር ከንጎድጉዶ ሰሚዓ ባህ ኢሉኒ ተሐቢነ ዕድመን ጥዕናን ንጀጋኑ አርካናትና ንበሩልና ክበሩልና
🙏🙏🙏Efrem wadi Eray ❤❤❤🎉🎉🎉❤❤❤🎉🎉🎉
We are proud of you keep going ❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷🙏
ክብርን ሞጎስን ንሰራዊት ኤርትራዊ የቐንየልና ❤❤❤❤💪💪💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 Grazie ❤❤❤
Bro Efrem you made us proud. You have clearly reflected the true spirit of the Eritrean fighters including the supports in diaspora.
I’m quite sure Eritrea is now achieving its last dream which will place it in its highest pick. Tedros
ኩሉ ግዜ ኣምጻዮ ንፈትዎ ስነ ጥበባዊ ኤፍሬም ኣርሓ
እዚ ኢዩ ኤርትራዊ ❤❤❤❤
Thanks bro🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏
ERITREAWENT KUBUR MENINET GOD-BLESS 🇪🇷 ♥️ 🇪🇷💯🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷☦️☪️☦️☪️☦️☪️☦️☦️☦️☦️☦️☦️☦️
Anbesa ❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ወዲዛ ሓላል ሜሬት ዕድመን ጥዕናን ይሓብካ ❤🇪🇷❤❤🇪🇷❤❤🇪🇷❤🇪🇷❤❤🇪🇷
ተዓወት...... ወዲ.... ሃገርን... ህዝብን ❤❤❤+❤❤❤+❤❤❤=1❤
ጽቡቕ መደብ ዮናስ ከምእውን ኢፍረም ጀጋኑ ሃገራውያን ናብ ብሓቂ ተረከብቲ ሻዕብያ ምኻንኩም ንተኣማመን
✌🍎🍎🍎🍎
ኩቡር ሓዊ ኤፍሬም ዕድመን ጥዕናን ምስ ሙሉእ ምክልኻል ኤርትራ ኣጀኩም ሰላም ንኩሉኩም ደቂ ኤርትራ 🇪🇷🌷🙏🇪🇷🌷🙏🇪🇷🌷🙏🇪🇷🌷🙏🇪🇷🌷🙏🇪🇷🌷🙏🇪🇷🌷🙏🇪🇷🌷🙏🇪🇷🌷🙏🇪🇷🌷🙏🇪🇷🌷🙏🇪🇷🌷🙏🇪🇷🌷🙏🇪🇷🌷🙏🇪🇷🌷
ንሕና ኤርትራዉያን መለለይና ሐድነት እዩ እሞ ሐድነትና ነደልድል❤️🇪🇷 ሃገርና ሃገር ሰማእታት🇪🇷❤️🇪🇷 ነዚ ጅግና እባ ዕንበባ ሃቡለይ🌺🌺🇪🇷❤️
አታ ጅግና ወዲ ጅግና ኩርእ ኤርትራዊ ጅግና ጅግና ኩሉ ከማካ ይኩን 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ዕውት ወዲ ዕውት ኤፋር ጅግና ንበር ክበር❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
🇪🇷👍🌹❤️.It renew my memories. This is the real Eritrea. Both Efrem moknen and yonas ❤🌹🇪🇷👍 Thank you. Awet Nhafash ✊.
🇪🇷❤️Young generation 🇪🇷 Think deeply, Always Eritrea & Eritrean first. Awet Nhafash ✊.
ጂግና ወዲ ኤረይ ብሓቂ ፣ ምስ ኩቡር ኣቕራቢ ጋዜጠኛና
ሰላምታካ እጥዓም ኢፍረም ሙቁር ጅግና ሓወይ ከምኡውን ጅግና ኤሪትርያን ሚድያ ጽቡቅ መደብ ቀጽሎ ኢኻ❤❤❤
Ajoka wadi erey 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👌👍💪
ጂግና ወዲ ኤረ፣ኤርትራዉነት ክቡር መኔነት🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️🌹🌹🌹✊🏼
Zelalemawi zkri n Kbrin n sematat Eritreana ❤❤❤❤❤❤❤❤❤
We love you.
God bless eritrea 🇪🇷 🙏 ❤️ 🙌 ♥️ ❤️ and
Thank you our brother🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹
God bless you brothers for preaching unity of our Eritrean people.❤❤❤❤❤❤❤❤
ሓውና ኤፍሬም ጅግና ተባዕ የቐንየልና ዕድመን ጥዕናን የሓብካ ክቡር ሓውና 291☝❤🇪🇷💪🙏🙏🙏🙏
Merhaba Emn 🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤
Thank you gegna ♥️♥️♥️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍👌🇪🇷
Meilleur reportage intéressant merci
Yoni🙏💕⚘️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷♥️
Selam...deki erey..ertrawinet kubur mininet. Kibrin.misganan. nisematatna..e.ni.serawitna. 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️🐪🐪🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Proud to Be eritean ❤❤❤❤❤❤
Like❤❤❤❤❤❤❤❤❤
አባሳደር ኤርትራዊ ኤፉ🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏🙏🌹🌹🌹
Viva.
❤❤❤❤❤ዝብላዕ ዘረባ እሱ እዩ እቲ ሓቂ ። ትማሊ ኔርና ሎሚ ኣለና ጽባሕውን ኣለናናናናና ኤርትራ ንሓዋሩ ኣላ ብሻዕብያን ብደቃን ተሓፊራን ተኸቢራን ክትነብር ኢያ።
ኩራዕ ኢፍሬም ጅግና
ኤፍሬም መኮነን ጅግና ወዲ ኤረይ ስሚ ከዳዓት ቀጻሊ ምጸና ኢኻ::
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤❤💪💪💪
Eritrawi kubur menenet ❤🇪🇷🇪🇷
🇪🇷👍🇪🇷👍🇪🇷👍🇪🇷
Long live Shaebia!! Long live EDF!!Long live Eritrea!! Awet n'hafash!!!
Thank you EMN 🇪🇷🇪🇷🇪🇷
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ዓሽ ወዲ ኤረይይይይይይይይይይይይይ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Waw what a definition simple & understandable thank you !
Mejemerta,Nkulatkum Aedalewtn Edumatn Nemesgn .Banderana, gn Aeb Resiy Hatelatat Tetekila eya.Tetekila gbuae zhazet eya.❤❤❤.
Thank you EMN 🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷🌹🇪🇷❤️🇪🇷🌹🇪🇷🌻🌹💐🌺🌻🌷💐
Bright warsai walta Hugeru.
We proud of you
Peaceful life to Eritrean people and Victory to EDF💪💪💪💪💪💪💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹🌹🌹🌹🌹🥰🥰🥰
Wellcome❤❤
❤❤❤❤ ኣሰይይይይ እዛ ኤርትራ ትዓውትላ ከማኻ ይብዝሑ ጅግና
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌺🌺🌺❤️
Wawww amazing 🙏🇪🇷💯💯💯💯💯💯
ኤፋር ጂግና ሓርበኛ ኢኻ ናይ በሓቂ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍✌️ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ እንኮላይ ዮኒ
Thank y’all for all you do! Keep it up 👍👋👏🌹🇪🇷💕🌹💕🌹💕🌹💕✊
Eritrea first
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 ድምጽካ ኣይታሓብእ አፉር ነቲ ጅግና ነስንስሉ ሰቲ ነት ከዳዕ ድማ ደርብየሉ ጋህሪ ።
Akika Wedi🇪🇷🇪🇷🇪🇷💯👍🌟🥰⭐️❤️🌺✊🙏🙏🇪🇷💯✊🌴👍🌺⭐️
ይበል ኣገላልጻ ክቡር ሓው ኩሉ ሓቂ ⛪🕌🇪🇷❤
ቅሰን❤❤❤👍🐢
GOOD Job well done Efrem
👍👍👍🙏🙏🙏🙏🙏🙏
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💎💎💎💎💎🙏🙏🙏🙏🙏👊👊👊👊👊👊👊👊👊ዓወት ንሓፋሽ 👊ውድቐት ንፈሽፋሽ💐💐💐💐💐💐
Yess💙❤️🇪🇷
ኣማን ብኣማን ኣነ ክሃድም ከለኩ ዋላሓኒ ኣይፈልጥን ነይረ ሕጂ ግን ሕቁፊ ማሙቅ ኣደይ ዓደይ ምስ ሰኣንክዎ ተበራቢረ ሃሰስ ኢለ ስኢነያ ሃንቀው ክብል ይነብር ኣለኩ። ኤርትራ ኤርትራውነት ክበሩለይ ንበሩለይ ክብርን ዝክርን ንስውኣትና ዓወት ንሓፋሽ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ወዲ መሬት እፊ ሐወይ 🇪🇷🙏🏻
Eritrea for Eritrean 🇪🇷
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ኣየወ ኤፍራ ጅግና ኩሩዕ ኤርትራዊ ሓበን ኢኻ ኢለካ ኣለኹ🇪🇷።
ብኣኹም ማለተይ ብሓይልታት ምክልኻልና ኣዚና ኢና ንሕበን።
ብሳልኹም ኤርትራውያን ኮይና ኣብ ምሉእ ዓለም ዘለና ኣፍ ልብና ነፍሕና ንነብር ኣለና።
ንኹሉ ሓልታት ምክልኻልና ኮታ ነታ ክንደይ ሂወት ዝወሰደ ኤረይ ዘውሓስኩምን ብኹሉ ወገንኩም ከርተት ትብሉ ዘለኹም ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ🙏❤።
ኣብ ዘለኹሞ ክኣ ፍቕርን ሰላምን ቅሳነትን ይስዓብኩም
ክብረት ይሃብኩም❤🙏🇪🇷🙏✌🙏❤
Anbesa ajoka ❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
❤🙏💪👈