ความคิดเห็น •

  • @user-yi2ue8pf3f
    @user-yi2ue8pf3f 4 หลายเดือนก่อน +19

    ሰማይ
    ኩሉ ሓላፋይ ኢለ ገሚተ፣ ስግር ጋሻ ውሕጅ ጠሚተ
    እጽዕር ኣለኹ ብተስፋ ነዛ ሕማቕ እዋን ክሓልፋ
    እጽዕር ኣለኹ ብዓቕመይ ቃልስስ መናብርተይ ናይቀደመይ
    ንግዚኡ እኩኣ ተሓየለኒ ይስዕሮ`እምበር ኣይስዕረንን ፀገመይ
    ተስፋ እዩ ደገፈይ ተስፋ እዩ ሓይለይ ደጋጊመ ይጽዕር ክሳብ ዝሰምረለይ ይጥዓም ይሕሰም ፍሽኽታ ኣመለይ
    ፍሽኽታ ኣመለይ ኩሉ ፀረ ፍሽኽታ ኣመለይ
    ፍሽኽታ ኣመለይ ይጥዓም ይሕሰም ፍሽኽታ ኣመለይ
    ፍሽኽታ ኣመለይ ኣይሕለልን ክሳብ ዝሰምረለይ
    ፍሽኽታ ኣመለይ ይስዕሮ`እምበር አይስዕረንን ፀገመይ
    ናብራ ከቢድኒ እናኣማረርኩ ጥዕና ዘይብሎም ምስ ረኣኹ ኣጸናኒዓያ ንነብሰይ ኣረጋጊኤዮ መንፈሰይ
    ለካ ወሃቢ እምበር ኣይኮንኩን ሓታቲ ተጸባዪ ኣይኮንኩን ተመጽዋቲ
    ጥዕና ኣይኽልኣኒ ምስ ተስፋ ትምረር እምበር ሂወት ከሰንፋ
    ከምኡ ሙኻነይ ኣሚነ ዝሓዝኩዎ ሒዘ ኣመስጊነ
    ፍሽኽታ ኣመለይ ኩሉ ፀረ ፍሽኽታ ኣመለይ
    ፍሽኽታ ኣመለይ ይጥዓም ይሕሰም ፍሽኽታ ኣመለይ
    ፍሽኽታ ኣመለይ ኣይሕለልን ክሳብ ዝሰምረለይ
    ፍሽኽታ ኣመለይ ይስዕሮ`እምበር ኣይስዕረንን ፀገመይ
    ዘመስግን እዩ ዕጉስ፣ ዝዕገስ እዩ ሓያል ዘዋህልል`እዩ ለባም ይኣኽለኒ ምባል ዝፈልጥ ሃብታም ክበሃል ሰሚዔ፣ እንተስ ኣሚነሉ እንተስ ክጸናናዕ ግን ተሳማሚኤ
    ድሓን ክሓልፍ እዩ እንዳበሉኒ እኩኣ ብዓይነይ ሪኤ ኣቤት እምበር ክንደይ ድዩ ሓሊፉ
    ተስፋ እዩ ደገፈይ ተስፋ እዩ ሓይለይ፣ ደጋጊመ ይጽዕር ክሳብ ዝሰምረለይ፣ ይጥዓም ይሕሰም ፍሽኽታ ኣመለይ
    ፍሽኽታ ኣመለይ ኩሉ ፀረ ፍሽኽታ ኣመለይ
    ፍሽኽታ ኣመለይ ይጥዓም ይሕሰም ፍሽኽታ ኣመለይ
    ፍሽኽታ ኣመለይ ኣይሕለልን ክሳብ ዝኾነለይ
    ፍሽኽታ ኣመለይ ይስዕሮ`እምበር ኣይስዕረንን ፀገመይ
    ኩሉ ሓላፋይ ኢለ ገሚተ፣ ኪኖ ጋሻ ውሕጅ ጠሚተ
    ይጽዕር ኣለኹ ብተስፋ ነዛ ሕማቕ እዋን ክሓልፋ
    ይጽዕር ኣለኹ ብዓቕመይ ቃልስስ መናብርተይ ናይ ቀደመይ
    ንግዚኡ እኩኣ እንተሓየለኒ ይስዕሮ`እምበር ኣይስዕረንን ፀገመይ
    እወ ሙኻን ሕስብ እንተኣበልኩዎ ስፍሓት እዩ ውን ከምዝተረዳእክዎ
    ነቲ ፅቡቕ ዝበለጸ ኣለዎ፣ ነቲ ሕማቕ ዝበኣሰ ኣለዎ፣ ነቲ ጣዕሚ ዝጠዓመ ኣለዎ፣ ነቲ ሕሰም ዝመረረ ኣለዎ
    ጭፍ ጽቡቕን ሕማቕን ዓቂነ፣ ከለልዮ ዋላ እንተፈቲነ ኣበይ ከይክሎ ኣነ ሰብ ዝኣነ
    ፍሽኽታ ኣመለይ ኩሉ ፀረ ፍሽኽታ ኣመለይ
    ፍሽኽታ ኣመለይ ይጥዓም ይሕሰም ፈገግታ ኣመለይ
    ፍሽኽታ ኣመለይ ኣይሕለልን ክሳብ ዝምሰለለይ
    ፍሽኽታ ኣመለይ ይስዕሮ`እምበር ኣይስዕረንን ፀገመይ
    ዓለም ከም ባሕሪ`ያ ከምዝብሃል ዘይክእል ንኸይጥሕል፣ ሓቢርናንዶ ፀገምና ነቃልል ክንባልሓት ዝያዳ ክንጋደል፣ ስለቲ ሽግር ትወልዳ ንጥበብ፣ ብኣካል ብመንፈስ ንራኸብ ሂወት ከነማሕሽ ክንላዘብ
    ተስፋ`እዩ ደገፈይ ተስፋ እዩ ሓይለይ ደጋጊመ ይጽዕር ክሳብ ዝምሰለለይ፣ ይጥዓም ይሕሰም ፍሽኽታ ኣመለይ
    ፍሽኽታ ኣመለይ ኩሉ ፀረ ፍሽኽታ ኣመለይ
    ፍሽኽታ ኣመለይ ይጥዓም ይሕሰም ፍሽኽታ ኣመለይ
    ፍሽኽታ ኣመለይ ኣይሕለልን ክሳብ ዝምሰለለይ
    ፍሽኽታ ኣመለይ ይስዕሮ`እምበር ኣይስዕረንን ፀገመይ
    ክሳብ ዝኾነለይ ክሳብ ዝሰምረለይ ውቅያኖስ`እዩ ዓቕለይ፣ ትስፉው እዩ ጠመተይ ኣይዕገትን`እየ ሰማይ`እዩ ደረተይ
    ክሳብ ዝኾነለይ ክሳብ ዝሰምረለይ ኣይጽንቀቕን እዩ ሓይለይ፣ ትስፉው እዩ ጠመተይ ኣይሕለልን ሰማይ`እዩ ደረተይ
    ሰማይ… ሰማይ… ሰማይ… ሰማይ… ሰማይ እዩ ደረተይ
    ክሳብ ዝኾነለይ ክሳብ ዝሰምረለይ ውቅያኖስ’እዩ እዩ ዓቕለይ፣ ትስፉው እዩ ጠመተይ ኣይዕገትን’እየ ሰማይ`እዩ ደረተይ
    ክሳብ ዝኾነይ ክሳብ ዝሰምረለይ ኣይጽንቀቕን’ እዩ ሓይለይ፣ ትስፉው እዩ ጠመተይ ኣይሕለልን ሰማይ እዩ ደረተይ
    ሰማይ… ሰማይ… ሰማይ… ሰማይ… ሰማይ… ሰማይ እዩ ደረተይ
    ክሳብ ዝኾነለይ ክሳብ ዝሰምረለይ ውቅያኖስ’እዩ እዩ ዓቕለይ፣ ትስፉው እዩ ጠመተይ ኣይሕለልን`እየ ሰማይ እዩ ደረተይ
    ሰማይ… ሰማይ… ሰማይ… ሰማይ`ዩ ደረተይ.

  • @user-kk3xp2om6d
    @user-kk3xp2om6d 2 ปีที่แล้ว +201

    ኣብርሽ መምህር ሂወት❤
    ትጨንቀኒ ከሎ ናቱ ሙዚቃ እየ ዝሰምዕ
    ከምዚ ከማይ 2022 ዝሰምዓ ተሎ😘

    • @kaluabraham9104
      @kaluabraham9104 ปีที่แล้ว +3

      Amo ab mdriy yelekan bro wedig gex 22😂

    • @galtigray2070
      @galtigray2070 ปีที่แล้ว +4

      ኣነ ኣለኩ ኩሉ ግዘ ዝሰምዓ

    • @Aksumite
      @Aksumite ปีที่แล้ว +1

      listening Abrishey Music in 2023

    • @muhmmadishaq6302
      @muhmmadishaq6302 ปีที่แล้ว

      💔🤲🇪🇹🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇹🇪🇹🇪🇹🇪🇹🇪🇹🇪🇹❤

    • @huruyghide3909
      @huruyghide3909 10 หลายเดือนก่อน +1

      07 09 2023

  • @user-vi8jj2ep2m
    @user-vi8jj2ep2m ปีที่แล้ว +17

    ኣነ ዘይመንዎ ደሪፊ ናይ ኣብርሃም ጥራይ እዩ❤❤❤❤

  • @samsonaddisalem5593
    @samsonaddisalem5593 2 หลายเดือนก่อน +8

    የኣኽለኒ ምባል ዝፈልጥ ዩ ሃብታም!
    😢😢😢❤❤❤
    ተጋሩ ንፈትዎ ኣብርሽ ዓብይ ሰብ ንብስኻ ኣብ ገነት ትንበረልና

  • @ermiyaskasahun4796
    @ermiyaskasahun4796 4 ปีที่แล้ว +133

    I'm Ethiopian and I don't speak Tigrigna but I love this song

    • @asteramsalu2078
      @asteramsalu2078 ปีที่แล้ว +7

      መሳቅ ነው አመሌ መሰለኝ

    • @newuzer4187
      @newuzer4187 ปีที่แล้ว +4

      ​@@asteramsalu2078Fegegta (smile) amelie yale new, mesaq sayhon❤

    • @beabcreative5864
      @beabcreative5864 7 หลายเดือนก่อน +1

      Ertirian nw man

  • @user-xu2ov5fe2i
    @user-xu2ov5fe2i 2 ปีที่แล้ว +20

    ድንቅ ስረ ዘመን የማይሽረው ትግርኛ በልችልም በጣም ነው እምወድህ ነብስህን በአፃድ ገነት ይኑራት!!

  • @bire3454
    @bire3454 2 ปีที่แล้ว +23

    ኢትዮጵያዊ ነኝ 🇪🇹🇪🇹🇪🇹🇪🇹🇪🇹🇪🇹🇪🇷 Love 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

    • @shsh2560
      @shsh2560 2 ปีที่แล้ว

      ቻ ቦሎ ንዓዉሽ በሎ ኣመራ ኣህያ

    • @merongerezgiher7412
      @merongerezgiher7412 2 ปีที่แล้ว

      @@shsh2560 what u trying to say!!

    • @freweynimebratu6870
      @freweynimebratu6870 หลายเดือนก่อน

      I love ethiopian pepele so lovely

  • @akulove17
    @akulove17 4 ปีที่แล้ว +46

    who is listening still Abrhame Afewreki I really really I love him 😘😘😘🇨🇦

    • @user-wb2id9fx5b
      @user-wb2id9fx5b 2 ปีที่แล้ว

      🇪🇷🐪🇪🇷🐪🇪🇷🐪❤💟💗♥️💙💜😭😭😭

  • @rbl.6917
    @rbl.6917 5 ปีที่แล้ว +209

    ኣብ ዓለም እቲ እንኮ መረዳዲኢ ቛንቓ ፍሽኽታ ዩ ይጥዓም ይሕሰም ፍሽኽታ ኣመለይ።

  • @user-SenedAbrham
    @user-SenedAbrham 6 หลายเดือนก่อน +9

    መን ኣሎ ከም ናተይ ብ ናይ ኣብርሃም ኣፍወርቂ ደርፊ ዝጸናናዕ።19/12/2023
    ጫፍ ጽቡቅን ሕማቅን ዓቂነ
    ከለልዮ ወላ እተፈቲነ
    ኣበይ ከለልዮ ኣነ (ሰብ 👈)ዝኣነ
    RIP💔 መንግስተ ሰማይ የዋርስካ ፈጣሪ ኩሉ ኣለም

  • @erilove6277
    @erilove6277 5 ปีที่แล้ว +317

    ዝዕገስ እዩ። ሓያል
    ዘዋሀልል እዩ።ለባም
    ይኣክለኒ።ምባል
    ዝፈልጥ እዩ።ሃፍታም
    (ኣብርሃም) ❤❤❤ሓላለይ

    • @hayatahmed8060
      @hayatahmed8060 2 ปีที่แล้ว

      O3i

    • @hayatahmed8060
      @hayatahmed8060 2 ปีที่แล้ว +1

      Mk

    • @redseashop5973
      @redseashop5973 2 ปีที่แล้ว

      @@hayatahmed8060 you mm say

    • @Pink-tj3ex
      @Pink-tj3ex 2 ปีที่แล้ว +7

      Eng trans:
      "one who have patience is strong,
      One who saves is smart,
      One who knows how to say enough is rich"
      It's really hard to translate it but I tried, may be it's not correct, sorry🙏

  • @bereketweldu2870
    @bereketweldu2870 5 ปีที่แล้ว +438

    *ኣብራሃም ኣብ ውሽጢ ኣስታት 40 ዓመት ዕድሚኡ ክንድዚ ኣበርክቶን ናይ ትምህርቲ ብራኸ ንክበጽሕ እንከሎ ሓቁ ሰማይ ኢዩ ኔሩ ደረቱ*
    ኩሉ ሓላፋይ'ዩለ ገሚተ - ስግር ጋሻ ውሕጂ ጠሚተ፤
    እጽዕር ኣሎኹ ብተስፋ - ነዛ ሕማቕ እዋን ክሓልፋ፤
    እጽዕር ኣሎኹ ብዓቕመይ - ቃልስን መነባርተይ ናይ ቀደመይ፤
    ንግዚኡኳ ተሓየለኒ - ይስዕሮ'ምበር ኣይስዕረን ጸገመይ፤
    ተስፋ ዩደገፈይ ተስፋዩ ሓይለይ - ደጋጊመ ይጽዕር ክሳብ ዝሰምረይ
    ይጥዓም ይሕሰም ፍሽኽታ ኣመለይ፤
    ፍሽኽታ ኣመለይ ኩሉ ጸይረ ፍሽኽታ ኣመለይ፤
    ናብራ ከቢዱኒ እንዳማረርኩ
    ጥዕና ዘይ ብሉ ምስ ረኣኹ፤
    ኣጸናኒዔያ ንነብሰይ ኣረጋጊኤዮ መንፈስይ፤
    ለካስ ወሃቢምበር ኣይ ኮንኩን ሓታቲ
    ተጸባይ ኣይ ኮንኩን ተመጽዋቲ፤
    ጥዕና ኣይ ኽለኣኒ ምስ ተስፋ
    ይምረርምበር ህይወት ከሸንፋ፤
    . . . ኣሎኹ ዋኒነይ ዝሓዝኩዎ . . . ኣመስጊነ፤
    . . . ዘመስግንዩ ዕጉስ ዝዕገስዩ ሓያል
    ዘዋህልል ዩለባም
    ይኣኽለኒ ምባል ዝፈልጥዩ ሃብታም ክበሃል ሰሚዔ፡
    እንንተስ ኣሚነሉ እንተስ ክጸናናዕ
    እንተስ ተሰማሚዔ ደሓን ክሓልፍዩ እንዳበሉኒ ብዓይነይ ርእየ
    ኣነ ክንደይ ክብደት ድዩ ሓሊፉ
    ተስፋዩ ደገፈይ ተስፋ ዩ ሓይለይ
    ደጋጊመ ጽዕር ክሳብ ዝኮነለይ
    ይጥዓም ይሕሰም ፍሽኽታ ኣመለይ፤
    እወ ሕስብ ተበልክዎ ስፍሓት'ዩውን ከም ዝተረድእኩዎ
    ነቲ ጽቡቕ ዝበለጸለዎ ነቲ ሕማቕ ዝበ ኣሰለዎ
    ነቲ ጣዕሚ ዝጠዓመ'ለዎ፤ ነቲ ሕሰም ዝመረረለዎ፤
    ጫፍ ጽቡቕን ሕማቕን ዓቂነ
    ከለልዮ ዋል እንተፈቲነ
    ኣበይ ከይእሎ ኣነ ሰብ ዝኣነ፤
    ዓለም ባሕሪያ ክትበያል
    ክሕምብስ ዘይክእል ንከይጥሕል፤
    ሓቢሪና ጸገምና ነቃልል፤
    ክንባላሕ ዝያዳ ኪንጋደል
    ነቲ ሽግር ትወልዳ ንጥበብ፤
    ብኣካል ብመንፈስ ንራኸብ
    ህወት ከነመሓየሽ ክንላዘብ፤
    ተስፋዩ ደገፈይ ተስፋዩ ሓይለይ
    ደጋግመ ይጽዕር ክሳብ ዝምሰለለይ
    ይጥዓም ይሕሰም ፍሽኽታዩ ኣመለይ፤
    ፍሽኽታ ኣመለይ ኩሉ ጸይረ ፍሽኽታ ኣመለይ፤
    ፍሽኽታ ኣመለይ ኣይሕለልን ክሳብ ዝሰምረይ፡
    ፍሽክታ ኣመለይ ይስዕሮምበር ኣይስዕረነን ጸገመይ፤
    ክሳብ ዝኾነለይ ክሳብ ዝሰምብረለይ ውቅያኖዩ ዓቕለይ፤
    ትስፉውዩ ጠመተይ ኣይ ዕገትን ሰማዩ ደረተይ፡
    ክሳብ ዝኾነለይ ክሳብ ዝሰምረለይ
    ኣይ ጽንቀቕንዩ ሓይለይ ትስፍይ ጠመተይ
    ኣይ ሕለልን ሰማዩ ደረተይ
    ስማይ፤ ሰማይ ሰማዩ ደረተይ፤

    • @ybrahyh9853
      @ybrahyh9853 5 ปีที่แล้ว +19

      ኣታ ንስካስ እንካዕ ተወለድካ ንክሉ ጽሕፍካዮ ንፉዕ እካ

    • @nguse1654
      @nguse1654 5 ปีที่แล้ว +6

      Thank you for 👍👍👍👍👍

    • @katiwa
      @katiwa 4 ปีที่แล้ว +6

      Bereket Weldu thank you for lyrics

    • @tabihabtemicael1940
      @tabihabtemicael1940 4 ปีที่แล้ว +2

      Thank you and God bless!!!

    • @erilove6277
      @erilove6277 4 ปีที่แล้ว +2

      Thank you

  • @BIGBOSS-tt1if
    @BIGBOSS-tt1if 3 ปีที่แล้ว +97

    አብ ዓለም ዘሎ ተዛራቢ ትግርኛ በዛ ደርፊ
    እዚአ ተዘክሮ ዘይብሉ ክህሉ አይክእልን
    ዝብል እምነት አለኒ

  • @Tigray122
    @Tigray122 ปีที่แล้ว +9

    መንግስተ ሰማይ የዋርስካ ልዑል እግዛብሄር ኩቡር ሓውና ለባም ኣብርሃም 💎💔🙏🙏🙏

  • @samitheone4916
    @samitheone4916 5 ปีที่แล้ว +37

    ዓኽኽኽኽኽኽኽኽ ኣብርሸይይይይይይ እንታይ እሞ ይገበር ኣምላኽ ኣብ ገነት የንብርካ ~~~~

  • @truelove7568
    @truelove7568 4 ปีที่แล้ว +22

    Memhrey 💕Abraham ♥️Afewerki
    Ane🇪🇷 eritreawi mkaney Edlenga eye, Nskatkum ke gele belu. Like👍

  • @tesfitrausu81
    @tesfitrausu81 5 ปีที่แล้ว +61

    ንጉስ ሙዚቃ ኣብራሃም ፥ነይቲ ዘይስገር ከም ዝስገር ዝምሃርካና ኢኻ ኣሞ ክብርኻን ዝኽርኻን ንዘልኣለም ኣብ ልብና ኣለኻ ።

  • @hannahliam3745
    @hannahliam3745 4 ปีที่แล้ว +271

    I was born in Switzerland but my parents are from Eritrea I don't know why but when I listen to this song I miss something. I'm now 22

    • @ShowShine23
      @ShowShine23 4 ปีที่แล้ว +20

      Norwen Your country is inside of you. Much love.

    • @hailehaile3090
      @hailehaile3090 4 ปีที่แล้ว +12

      You miss the motherland bro we all do. Summer 2020 going back have to be done

    • @robelkahsay243
      @robelkahsay243 4 ปีที่แล้ว +3

      Vo wo bischh

    • @hannahliam3745
      @hannahliam3745 4 ปีที่แล้ว +2

      Got it thanks guys

    • @kokobsolomon6597
      @kokobsolomon6597 4 ปีที่แล้ว +8

      Bonjour mon ami, comment allez- vous ?Vous habitiez ça fait longtemps en suisse ?Tu n'ai pas connu le musique Érythrée, ć était très gentil, ć est lui, il ś appelle abrham. Il est votre nationalité Érythrée. J 'aime beaucoup abrham parce que il est très sympathiqu. Merci beaucoup ma frère.

  • @mesfunembaye1941
    @mesfunembaye1941 13 วันที่ผ่านมา +2

    Abrahm azika fulu seb nerka ktnebr neyruka fqad amlak selezkone Mengste semay yewarska 🙏🙏🙏

  • @tube4985
    @tube4985 5 ปีที่แล้ว +128

    አብርሽዬ በጣም እወድዋለው ትግርኛ ብዙ ባያገባኝም ስማይ የሚለውን ዘፈንው ውድድድድድ💓💓💓😍😍 መሳቅ ነው አመለይ አብርሽዬ ነፍስህን በአፅደገነት ያኑርልን 💔😢🙏

    • @tees1045
      @tees1045 4 ปีที่แล้ว +1

      Betam yasazenale eko aye enatu men yelale hoda gen???

    • @ibrahimmahmud8590
      @ibrahimmahmud8590 4 ปีที่แล้ว

      Ko

    • @shweitkonjo6217
      @shweitkonjo6217 4 ปีที่แล้ว

      የድንግል ማርያም አሜን

    • @kbibinlnobo4887
      @kbibinlnobo4887 3 ปีที่แล้ว

      Bet am needed new

    • @user-zt6eh2td1z
      @user-zt6eh2td1z 2 ปีที่แล้ว

      በሂወት ያለነው የመሰለኘ ያሳዝናል ገና ወጣት ነበር ነብስ ይማር 😭😭😭😭😭😭

  • @ramzikakis4753
    @ramzikakis4753 3 ปีที่แล้ว +36

    رحم الله ابرهام افويركي يذكرني بالشهور التي قضيتها في اسمرا تحية من المغرب لاشقائنا الاريتريين ❤

  • @sikosilo6233
    @sikosilo6233 8 หลายเดือนก่อน +15

    እስኪ አሁንም 2016 እንደኔ ሚሰመው😮😊🤗

  • @sarafaraq9857
    @sarafaraq9857 5 หลายเดือนก่อน +26

    Am an ETHIOPIAN💚💛❤ AMHRA from Europe Europe 🇪🇺 fall in love with this 🇪🇷 🇪🇷 ERITREAN music😮 🎵 💃 🕺 🎶💥❤

  • @user-ie2ku3ph3i
    @user-ie2ku3ph3i 2 ปีที่แล้ว +8

    አብርሀም በጣም እወድሀለሁ ነብስህን በአፀደ ገነት ያኑረዉ🙏🙏😢

  • @wizfugra2920
    @wizfugra2920 5 ปีที่แล้ว +458

    ኣብርሃም ኣብርሃም ከም ሽሙ ንስኻ ህያብ ካብ አምላክ ኢኻ ንኤርትራ እንኩዓ ተምሊስካ ኣይ ትሪአና ሎሚ ከብድኻ ዝበልዕ ሂወት ንሕልፍ ኣለና ደቅኻ ንስኻን ባርያን ሲ ክትጸንሑ ነርኩም 😪😪😪😪🙏🙏🙏🇪🇷

    • @wizfugra2920
      @wizfugra2920 5 ปีที่แล้ว +10

      @Abrham Afwerki Fans ክብረት ይሃበለይ ኩብር ሓው 🙏

    • @henogwediluul2086
      @henogwediluul2086 5 ปีที่แล้ว +6

      @@wizfugra2920 i like you your comments but nice boy

    • @dejenfsahaye432
      @dejenfsahaye432 5 ปีที่แล้ว +5

      Enqae keman aeyraywo neza tekal gezya

    • @Jasmin-sl6kr
      @Jasmin-sl6kr 5 ปีที่แล้ว +4

      ጽቡቅ ኢካ ዘለካ አይ ተጋገካን እንቓዕ አይጸንሑ ብሕልፊ እኮ አይተሐዘለይ እበር ባሪያ ሐወይ ብሕልፊ እንቓዕ ነዚ እየርከበሎ በርኬ ብጣዕሚ ከቢድ ደርግ ምስደረፊ ዲክታቶር መሕቆቆ በል ዳሐን ሕደር እዛሐውይ ትጽሕፎ ደስ ስለዝብለኒ እየ ዝምልስልካ

    • @wizfugra2920
      @wizfugra2920 5 ปีที่แล้ว +1

      @@henogwediluul2086 ታንክስ

  • @buruhmexai4949
    @buruhmexai4949 5 ปีที่แล้ว +44

    Abrham ኣቦ ስድራ ኣቦ ጥበብ ኣብርሽ እንቃዕ ናትና ኮንካ ኣታ ጅግና ኤርትራዊ i love you Deqi erena

    • @teamehadgu9882
      @teamehadgu9882 4 ปีที่แล้ว +1

      ❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @yatoyyone2398
    @yatoyyone2398 3 ปีที่แล้ว +26

    I’m still listening Abraham 🖤😭😭😭😭 miss u

  • @lovelifelovelife8121
    @lovelifelovelife8121 3 ปีที่แล้ว +37

    Rest in power🙏 love you brother from Addis Ababa Ethiopia 🇪🇹

  • @user-mm1pp2sw1v
    @user-mm1pp2sw1v 5 ปีที่แล้ว +24

    ናይ ኣብርሃም ደርፊ ኩሉ ኣብ ዘለናዮ ግዜ ይትንክፈካ ዩ ።

  • @suhaibahmed717
    @suhaibahmed717 3 ปีที่แล้ว +165

    I'm Sudanese I love this song and one love to Eritrea ♥️♥️♥️♥️♥️🇸🇩 🇸🇩 🇸🇩 🇸🇩

    • @aminay5474
      @aminay5474 3 ปีที่แล้ว +3

      We love u toooo bro

    • @eyobkidane8768
      @eyobkidane8768 2 ปีที่แล้ว +2

      I also love Mohammed wardi from Sudan 🇸🇩

    • @asmirgalnegash332
      @asmirgalnegash332 2 ปีที่แล้ว +1

      We love you too

    • @t.t4970
      @t.t4970 ปีที่แล้ว +1

      There is one love ertria they disturb country ertria don't exist!!

    • @kashifo9877
      @kashifo9877 ปีที่แล้ว +1

      Same here bro

  • @negasifano3889
    @negasifano3889 2 ปีที่แล้ว +46

    He is the best east african tigrigna songster we love and mis Abraham from Ethiopia 💚💛♥🇪🇹🇪🇷 God bless ethio-eretrean two country one people. love succumb for all ፊቅር ያሸንፋል!!!

    • @michalehabte8040
      @michalehabte8040 6 หลายเดือนก่อน +2

      ተረዋእ ኣብርሃም ኤርትራዊ ዩ ትግርኛ ኣይ ኮነነ ኣንቱም ሰረቅቲ በላዕቲ ኩዕንቲ ተጋሩ ርሓቁልና ኣይ ንደልዮኩምን ኢና

  • @merrylove2083
    @merrylove2083 5 ปีที่แล้ว +72

    I am from ethiopian I love eartrian musik

    • @achukagirma1131
      @achukagirma1131 4 ปีที่แล้ว +2

      Same here

    • @xpevvj7enj861
      @xpevvj7enj861 4 ปีที่แล้ว +3

      Merry lave 10q srki tray gdefu belyom netom deki adki

  • @goblelteklemichael6530
    @goblelteklemichael6530 5 ปีที่แล้ว +52

    ኣሕ ኣብርሂሞ ኣቦ ተስፋ እንቃዕ ኣይትሪኤና ዘለናዮ ህዝብኻ ግን ድሓን ብደርፍኻ ንጸናናዕ ኣለና ምስ ቁዱሳን ይኹን ሰፈርካ

  • @erilove6277
    @erilove6277 5 ปีที่แล้ว +45

    ፍቅሪ ዩ ዓቕመይ
    ናይ ብሓቂ ፍቕሪ
    ሂወተይ ምሳኺ
    😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍

  • @awetbereket3570
    @awetbereket3570 20 วันที่ผ่านมา +1

    "እግዚአብሔር ኣብ ሕቑፊ ኣብርሃም ይስሓቕ ያዕቆብ የንብርካ"ጊዜ ሓጺራትካ።

  • @fissahahagosfissaha128
    @fissahahagosfissaha128 5 ปีที่แล้ว +18

    ሃወልቲ ስእልካ ወቂርናዮ ኣብ ልብና
    ጡዑማት ዘማታትካ እናኣስተማቀርና
    ንዘልኣለም ክንዝኽረካ ክንነብር ኢና
    (ኣበርሽ!!!)

  • @hiwotaregawi4161
    @hiwotaregawi4161 11 หลายเดือนก่อน +3

    😍😍አብርሂሞ❤❤❤❤❤❤❤ ፍሽኽታ አመለይ!
    ሰማይ'ዩ ደረተይ...! አየ እወ!

  • @workoutvideos4670
    @workoutvideos4670 5 ปีที่แล้ว +61

    احبك ي رجال احلال فنان ارتريا والله ❤ رحت من الدنيا لي البيت المان نحن جاينك كمان يوم من اليم حبك في عيون الشعب الرتري

    • @ibrahimmahmud8590
      @ibrahimmahmud8590 4 ปีที่แล้ว +4

      تسلام حبيبي

    • @erinet_info
      @erinet_info 4 ปีที่แล้ว +4

      ትግርኛ ጸሓፍ ኣታ ጀልፋፍ

    • @elabereddenada669
      @elabereddenada669 4 ปีที่แล้ว +3

      @@erinet_info denkoro beham adgi eka!!! netom B engliz zitsihfu de A btigrina tsehafu zeytblom? kiltiu badawi quanqua eu .hade eu zibtsahana. fetika tselika eti adgi merahika esseyas keman ytkemelu alo.Btewesaki ke A quanqua nay gorababtika zikona hagerat arabs.e u.nay geden msaten srahka nmslat kedlyeka e u. nska equa eritrawi aymeslenin .b zikone kn deyenay donkoro muquanka kenebrhalka sle zedleye eie.Sory for the harsh words.

    • @user-fx2de8dc3e
      @user-fx2de8dc3e 3 ปีที่แล้ว +1

      انت الوحيد العربي ههههههه
      طيب فسر لينا المعنى الاغنيه دي حلوه ياخ

    • @beehoney22
      @beehoney22 3 ปีที่แล้ว +2

      @@user-fx2de8dc3e البسمة هى عادتى اتحمل كلو وابتسم اخلاقى زي المحيط مابتضيق وانا مليان امل السماء هو حدى .
      لحدى مايتم لى ماحااتضايق

  • @hamertube1352
    @hamertube1352 4 ปีที่แล้ว +35

    RIP! love and respect for Abraham Afewerki from Ethiopia

  • @ove6164
    @ove6164 2 หลายเดือนก่อน +7

    2024 ዝሰማዕክምዋ😢
    R i p King💔

    • @wediking695
      @wediking695 หลายเดือนก่อน

      🙄🤔 2024 Me 2020

  • @merawediandat6238
    @merawediandat6238 5 ปีที่แล้ว +21

    ኣብርሃም ኣፈወርቂ ዘይበርስ ሓወልቲ።

  • @user-gc3mb8br6c
    @user-gc3mb8br6c ปีที่แล้ว +16

    I live in France of Eritrean origin. I love Abraham Afwerki very much. When I listen to this song, I remember my beloved country, Eritrea. ⁦❤️⁩⁦❤️⁩⁦❤️⁩

  • @Shishay903
    @Shishay903 4 ปีที่แล้ว +8

    Semay u deretey:: legend Abrish
    👇🏾

  • @stk1975
    @stk1975 5 ปีที่แล้ว +73

    Thanks God Abraham is back on the internet. I really thought he would be forgotten since all his songs were no longer available on the internet. A lot of people tried to take advantage by singing his songs on the internet but no one can can sing his songs the way he does. I hope he is reading this in heaven and laughing LOL.

  • @genetgenet1537
    @genetgenet1537 5 ปีที่แล้ว +22

    ኣብርዋይይ ኣቦ ትግርኛ ቋንቋ ኣቦ ዜማ ፀዋዒ ፍቕሪ መምህር ፍቕሪ

  • @user-uv7ep9vh2g
    @user-uv7ep9vh2g 6 หลายเดือนก่อน +5

    ኣብርሂሞ ስጋካ እምበር መንፈስካን ፍልስፍናካን ክሳብ ዓለም ትውዳእ ህያው እዩ።❤ 12/12/2023።

  • @user-SenedAbrham
    @user-SenedAbrham 5 หลายเดือนก่อน +2

    ናይ music ጨጓዒ ደም ኣብርሃም ኣፍወርቂ LOVE YOU MORE 💞💞💞💞🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @ermiyasengdawork1221
    @ermiyasengdawork1221 2 ปีที่แล้ว +63

    best ertirean music i ever heard .....Im from Ethiopia we love you ERI people.

    • @yisacabrham5203
      @yisacabrham5203 2 ปีที่แล้ว +6

      Ermias, thank you. We love you back brother.

  • @basedteklu8492
    @basedteklu8492 2 ปีที่แล้ว +83

    Im Ethiopian Oromo and love this song sooooo much!

  • @maraki-tech4429
    @maraki-tech4429 3 ปีที่แล้ว +7

    I am from ethiopian 🇪🇹🇪🇹🇪🇹🇪🇹 l love abraham

  • @t.t4970
    @t.t4970 10 หลายเดือนก่อน +2

    ንትህማቅ ዝባስ አለዋ!ፍሽክታ አመለይ!❤

  • @Kiros.meksebalem
    @Kiros.meksebalem 9 หลายเดือนก่อน +8

    ኩሉ ሓላፋይ'ዩ ኢለ ገሚተ
    ስግር ጋሻ ውሕጅ ጠሚተ
    እጽዕር ኣለኹ ብተስፋ
    ነዛ ሕማቕ እዋን ክሓልፋ
    እጽዕር ኣለኹ ብዓቕመይ
    ቃልሲ'ስ መናብርተይ ናይ ቀደመይ
    ንግዚኡ'ኳ እንተሓየለኒ
    እስዕሮ እምበር ኣይስዕረንን ጸገመይ
    ተስፋ'ዩ ደገፈይ ተስፋ እዩ ሓይለይ
    ደጋጊመ እጽዕር ክሳብ ዝሰምረለይ
    ይጥዓም ይሕሰም ፍሽኽታ ኣመለይ
    ፍሽኽታ ኣመለይ ኩሉ ጸይረ'የ ፍሽኽታ ኣመለይ
    ፍሽኽታ ኣመለይ ይጥዓም ይሕሰም ፍሽኽታ ኣመለይ
    ፍሽኽታ ኣመለይ ኣይሕለልን ክሳብ ዝሰምረለይ
    ፍሽኽታ ኣመለይ እስዕሮ እምበር ኣይስዕረንን ጸገመይ
    ናብራ ከቢዱኒ እንዳማረርኩ
    ጥዕና ዘይብሉ ምስ ረኣኹ
    ኣጸናኒዐያ ንነብሰይ
    ኣረጋጊአዮ መንፈሰይ
    ለካ ወሃቢ እምበር ኣይኮንኩን ሓታቲ
    ተጸባዪ ኣይኮንኩን ተመጽዋቲ
    ጥዕና ኣይትኽልኣኒ ምስ ተስፋ
    እምረር እምበር ህይወት ከሰንፋ
    ሙኻነይ እነኹ ኣሚነ
    ዝሓዝክዎ ሒዘስ ኣመስጊነ
    ፍሽኽታ ኣመለይ ኩሉ ጸይረ'የ ፍሽኽታ ኣመለይ
    ፍሽኽታ ኣመለይ ይጥዓም ይሕሰም ፍሽኽታ ኣመለይ
    ፍሽኽታ ኣመለይ ኣይሕለልን ክሳብ ዝሰምረለይ
    ፍሽኽታ ኣመለይ እስዕሮ እምበር ኣይስዕረንን ጸገመይ
    ዘመስግን'ዩ ዕጉስ ዝዕገስ'ዩ ሓያል ዘዋህልል'ዩ ለባም
    ይኣኽለኒ ምባል ዝፈልጥ'ዩ ሃብታም
    ክበሃል ሰሚዐ
    እንተስ ኣሚነሉ እንተስ ክጸናናዕ
    ግን ተሰማሚዐ
    ድሓን ክሓልፍ'ዩ እንዳበሉኒ እኳ ብዓይነይ ርእየ
    ኣቤት እወ ክንደይ ድዩ ሓሊፉ
    ተስፋ'ዩ ደገፈይ ተስፋ እዩ ሓይለይ
    ደጋጊመ እጽዕር ክሳብ ዝሰምረለይ
    ይጥዓም ይሕሰም ፍሽኽታ ኣመለይ
    ፍሽኽታ ኣመለይ ኩሉ ጸይረ'የ ፍሽኽታ ኣመለይ
    ፍሽኽታ ኣመለይ ይጥዓም እሕሰም ፍሽኽታ ኣመለይ
    ፍሽኽታ ኣመለይ ኣይሕለልን ክሳብ ዝኾነለይ
    ፍሽኽታ ኣመለይ እስዕሮ እምበር ኣይስዕረንን ጸገመይ
    ኩሉ ሓላፋይ'ዩ ኢለ ገሚተ
    ኪኖ ጋሻ ውሕጅ ጠሚተ
    እጽዕር ኣለኹ ብተስፋ
    ነዛ ሕማቕ እዋን ክሓልፋ
    እጽዕር ኣለኹ ብዓቕመይ
    ቃልሲ'ስ መናብርተይ ናይ ቀደመይ
    ንግዚኡ'ኳ እንተሓየለኒ
    እስዕሮ እምበር ኣይስዕረንን ጸገመይ
    እወ ሙኻን ሕስብ ተበልክዎ
    ስፍሓት ህይወት ከም ዝተረዳእክዎ
    ነቲ ጽቡቕ ዝበለጸ 'ለዎ
    ነቲ ሕማቕ ዝበኣሰ 'ለዎ
    ነቲ ጣዕሚ ዝጠዓመ 'ለዎ
    ነቲ ሕሰም ዝመረረ 'ለዎ
    ጫፍ ጽቡቕን ሕማቕን ዓቂነ
    ከለልዮ ወላ እንተፈቲነ
    ኣበይ ከይክእሎ ኣነ ሰብ 'ዚ ኣነ
    ፍሽኽታ ኣመለይ ኩሉ ጸይረ'የ ፍሽኽታ ኣመለይ
    ፍሽኽታ ኣመለይ ይጥዓም ይሕሰም ፈገግታ ኣመለይ
    ፍሽኽታ ኣመለይ ኣይሕለልን ክሳብ ዝምሰለለይ
    ፍሽኽታ ኣመለይ እስዕሮ እምበር ኣይስዕረንን ጸገመይ
    ዓለም ከም ባሕሪ'ያ ከም ዝበሃል
    ክሕምብስ ዘይክእል ንኸይጥሕል
    ሓቢርና'ዶ ጸገምና ነቃልል
    ክንበላሓት ዝያዳ ክንጋደል
    ስለ'ቲ ሽግር ትወልዳ ንጥበብ
    ብኣካል ብመንፈስ ንራኸብ
    ህይወት ከነማሓይሽ ክንላዘብ
    ተስፋ'ዩ ደገፈይ ተስፋ እዩ ሓይለይ
    ደጋጊመ እጽዕር ክሳብ ዝምሰለለይ
    ይጥዓም ይሕሰም ፍሽኽታ ኣመለይ
    ፍሽኽታ ኣመለይ ኩሉ ጸይረ'የ ፍሽኽታ ኣመለይ
    ፍሽኽታ ኣመለይ ይጥዓም ይሕሰም ፍሽኽታ ኣመለይ
    ፍሽኽታ ኣመለይ ኣይሕለልን ክሳብ ዝሰምረለይ
    ፍሽኽታ ኣመለይ እስዕሮ እምበር ኣይስዕረንን ጸገመይ
    ክሳብ ዝኾነለይ ክሳብ ዝሰምረለይ
    ውቅያኖስ'ዩ ዓቕለይ ትስፉው'ዩ ጠመተይ
    ኣይዕገትን'የ ሰማይ'ዩ ደረተይ
    ክሳብ ዝኾነለይ ክሳብ ዝሰምረለይ
    ኣይጽንቀቕን'ዩ ሓይለይ ትስፉው'ዩ ጠመተይ
    ኣይሕለልልን ሰማይ'ዩ ደረተይ
    ሰማይ...
    ሰማይ ሰማይ ሰማይ ሰማይ'ዩ ደረተይ
    ክሳብ ዝኾነለይ ክሳብ ዝሰምረለይ
    ውቅያኖስ'ዩ ዓቕለይ ትስፉው'ዩ ጠመተይ
    ኣይዕገትን'የ ሰማይ'ዩ ደረተይ
    ክሳብ ዝኾነለይ ክሳብ ዝሰምረለይ
    ኣይጽንቀቕን'ዩ ሓይለይ ትስፉው'ዩ ጠመተይ
    ኣይሕለልልን ሰማይ'ዩ ደረተይ
    ሰማይ...
    ሰማይ ሰማይ ሰማይ ሰማይ'ዩ ደረተይ
    ክሳብ ዝኾነለይ ክሳብ ዝሰምረለይ
    ውቅያኖስ'ዩ ዓቕለይ ትስፉው'ዩ ጠመተይ
    ኣይሕለልን'የ ሰማይ'ዩ ደረተይ
    ሰማይ...
    ሰማይ ሰማይ ሰማይ ሰማይ'ዩ ደረተይ

  • @kunamawedisheraro8918
    @kunamawedisheraro8918 4 ปีที่แล้ว +6

    Abraham afewerki eritrea music best ❤❤❤❤❤👈

  • @LRL.1995.8
    @LRL.1995.8 5 ปีที่แล้ว +6

    😭😭 abraham kulu gezi ab lebena

  • @kashifo9877
    @kashifo9877 ปีที่แล้ว +6

    From sudan and madly in love with this song and Abraham 🇪🇷🇸🇩

  • @LICHYATAMENE
    @LICHYATAMENE 6 หลายเดือนก่อน +2

    ናይ ሓቅስ ሓቂ ዝኮነት ደርፊ መግለፂ ኣንካ ሰኣንኩላ ኣነስ

  • @ethio-entertainment7294
    @ethio-entertainment7294 ปีที่แล้ว +9

    I am Ethiopian OROMO, I love this song!!!

  • @mickymedea6963
    @mickymedea6963 5 ปีที่แล้ว +37

    ኣብረሃም መግለጺ ዘይርከቦ መምህር ፍቅሪ🍒.

  • @hodisaisack7790
    @hodisaisack7790 3 ปีที่แล้ว +33

    What a beautiful song. From Somali🥰

    • @user-wb2id9fx5b
      @user-wb2id9fx5b 3 ปีที่แล้ว +3

      Wedi Afer 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💯💯

  • @zemalastas5863
    @zemalastas5863 4 ปีที่แล้ว +115

    Am from addis abeba I don't understand tigregna but I love this song abraham anbesa❤

    • @teklemehari8837
      @teklemehari8837 3 ปีที่แล้ว +4

      Thanks with much love.

    • @yatoyyone2398
      @yatoyyone2398 3 ปีที่แล้ว +3

      It is Tigrinya not tigregna

    • @user-xs1qy3ux4t
      @user-xs1qy3ux4t 3 ปีที่แล้ว +4

      There is some Ethiopian singer sing it in tigrenga and amharic try to find him

    • @birhanutesfaye2571
      @birhanutesfaye2571 ปีที่แล้ว +1

      don't understand Anbessa what ደ 💆‍♀️

    • @mohammedsultan5687
      @mohammedsultan5687 ปีที่แล้ว

      Eritrea till death 🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️😊
      😊

  • @awettewelde2783
    @awettewelde2783 3 ปีที่แล้ว +585

    ነዚ ደርፊ ክሰምዕ ከሎ ስ'ከ ነብሱ ተዘዝ ዝብሎ ኣብዚ like ይግበር መግለጺ እኮ ሲኢነሉ R.I.P. LEGEND ABRAHAM AFEWERKI

    • @mehawihagos7860
      @mehawihagos7860 ปีที่แล้ว +14

      ንነብዕ ካኣ ኣለና ንስለ ፍቅሪ

    • @nawnaw569
      @nawnaw569 ปีที่แล้ว +6

      🥰🥰🥰🥰🥰🥰

    • @fyoritsehayefifi7102
      @fyoritsehayefifi7102 ปีที่แล้ว +3

      ኣነ😢😢😢

    • @medhanieaim
      @medhanieaim 11 หลายเดือนก่อน +1

      Memories 2006

    • @Bahtaokubay
      @Bahtaokubay 11 หลายเดือนก่อน +1

      Ja man broer

  • @rahattesfaldet3044
    @rahattesfaldet3044 4 ปีที่แล้ว +25

    I grew up listening to this song my dad played on the radio all day. Now I wanna cry 💗💘💞😢😭king💛👑

  • @tamtad3671
    @tamtad3671 6 หลายเดือนก่อน +2

    Legendary 🇪🇷 singer❤ From Amhara

  • @FF_SALU_D
    @FF_SALU_D 3 ปีที่แล้ว +6

    ❤️ ኣብርሃም ❤️ኣብርሃም ❤️መምህር ሂወት መቐረት ሂወት ዓለም ብላሽ😭😭😭

  • @erisun1278
    @erisun1278 3 ปีที่แล้ว +5

    ሃሲኻና ኣብርሃም

  • @maryammohd8620
    @maryammohd8620 4 ปีที่แล้ว +7

    Abraham Afewerki❤❤ like you from oromo ❤

  • @asegedbabso2176
    @asegedbabso2176 2 ปีที่แล้ว +7

    I relay not know Tigregna but this music make me enjoy my time. '' FISHIKTA AMELEY''

  • @danielg6922
    @danielg6922 4 ปีที่แล้ว +11

    ኣብራሃም ክሳብ ሕጂ ብናትካ ቃላት አና ንነብር ዘለና አምበር ስደት ሲ ዋላ ኣይከኣልናዮን ግን
    ኩሉ ጸይረ አልካ ክንጸሮ ምሕርካና ኢካ ሞ ኣብ ገነት የንብርካ መምህር ሂወት

  • @nahomhailu961
    @nahomhailu961 7 หลายเดือนก่อน +3

    We Amharas💚💛❤ Love Abraham Afewerki❤ Love Eritrea 🇪🇷

  • @natenaelberhane719
    @natenaelberhane719 4 ปีที่แล้ว +103

    A lot of love and respect to the legend Abraham Afewerki from Tigray. One love 💛❤️

  • @almahigr.ashegier3958
    @almahigr.ashegier3958 5 หลายเดือนก่อน +2

    قدر اي بحبك ابراهام ترقد روحك في سلام😢
    من السودان حب كبير لاخوتنا في ارتريا 🇸🇩🇸🇩🇸🇩🇸🇩

  • @silvana1181
    @silvana1181 2 ปีที่แล้ว +9

    I miss my country Eritrea I want to go back ):🇪🇷

    • @lilihadgu
      @lilihadgu ปีที่แล้ว

      @silvana ኪዲ ተዛዊርኪ ትመጺ፣ ኤርትራ ብጣዕሚ ጥዑም እዩ፣ ድሕሪ ቁሩብ ሰሙናት ክኸይድ እዩ ኣፋስካን ባዓል-ናጽነትn ኣብ ኤርትራ ከሕልፎ እየ። ንዓኺ ድማ ከማይ ይምነየልኪ

  • @misgnayodit3547
    @misgnayodit3547 4 ปีที่แล้ว +8

    I like Abraham Afewerki very much I find Abraham Afewerki's music very interesting.

  • @user-SenedAbrham
    @user-SenedAbrham หลายเดือนก่อน +4

    23/05/2024 🙏

  • @trhashailmariam1949
    @trhashailmariam1949 4 ปีที่แล้ว +8

    My legend singer. Am from Ethiopia.

  • @habendenbel4329
    @habendenbel4329 4 ปีที่แล้ว +42

    R.I.P. my dear we will never forget you from Ethiopia Amhara 😘😘😘😘

  • @user-bb8en5yv5s
    @user-bb8en5yv5s 5 ปีที่แล้ว +3

    Abrishey halal zelnayu hiwet enka aysheyfena kem deki sagra fah fah elna beka Ahhh!!🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👈 Abrishey kulu gzee ab lbey!!

  • @iheartdietcoke
    @iheartdietcoke 4 ปีที่แล้ว +44

    This was my mom’s wedding music miss you Abraham Afewerki😢😭😭😭😭😭😭😓💕💕💕💕💕💕💕💕💕💕

    • @mohammedadam2971
      @mohammedadam2971 4 ปีที่แล้ว +3

      Did he ( Abraham ) die ? :(

    • @2uhave
      @2uhave 4 ปีที่แล้ว +1

      wow it was very nice day .from eritrea

    • @jebanhagos2417
      @jebanhagos2417 3 ปีที่แล้ว +1

      @@mohammedadam2971 yeah the king 👑 was dead in 2006😢💔

    • @rebekaabraha9041
      @rebekaabraha9041 3 ปีที่แล้ว +1

      @@jebanhagos2417 🇪🇷😢😢😢

    • @rebekaabraha9041
      @rebekaabraha9041 3 ปีที่แล้ว

      😢😢😢🇪🇷🇪🇷🇪🇷💞💞💞

  • @tiktokeritreaentertainment6535
    @tiktokeritreaentertainment6535 5 ปีที่แล้ว +9

    King of music kedgem zaykal darfe Abraham bedlkena

  • @teshememehari3349
    @teshememehari3349 5 ปีที่แล้ว +20

    Abraham best ever for ever in my heart even if I die I can't forget you

  • @issatoure4300
    @issatoure4300 5 ปีที่แล้ว +10

    እብርስ እቦ ትግርኛ መንግስተ ሰማይ ያዋርስካ

  • @getasewderese6388
    @getasewderese6388 7 หลายเดือนก่อน +3

    I love this song mor than i can say!🇪🇹🇪🇹🇪🇹❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @teklesenbet4474
    @teklesenbet4474 4 ปีที่แล้ว +4

    Ezi derfi nay abraham ksemo keleku btaami tesfa yhbeni
    Much love you always and Forever
    R.I.P

  • @user-dj7ue7vl9m
    @user-dj7ue7vl9m 5 ปีที่แล้ว +5

    ኩሉ ሓላፋይ ኢለ ገሚተ
    ስግር ጋሻ ውሑጅ ጠሚተ
    ኣየ ኸ'የ ቃላት ተወዲኡ

  • @theme9068
    @theme9068 4 ปีที่แล้ว +5

    Belive or not Abre is still alive 🍀🍀💪🏽🐚

  • @michaelteweldebrhan8050
    @michaelteweldebrhan8050 5 ปีที่แล้ว +7

    Bruk senbet 🤲derfitatt abrham mexyom 🙏ewe mesel abrham ytahalo☝️ !!!!!!!!!

  • @misghinatesfamichael4466
    @misghinatesfamichael4466 3 ปีที่แล้ว +8

    ንዓካ ዝረሰዐ ሓበሻ ብፍላይ ድማ ኤርትራዊ ሞት ይረሰዓዮ!!!!

  • @awhdanini5827
    @awhdanini5827 2 ปีที่แล้ว +13

    i am 12 years old and i LOVE abraham😍😍😍
    he was one from the best eritrean singers!!!🤗🤗🤗

  • @tiegist6828
    @tiegist6828 4 ปีที่แล้ว +7

    Love abraham from ethiopia

  • @user-xq1eq8qb3q
    @user-xq1eq8qb3q 4 ปีที่แล้ว +10

    RIP aberesh ....I love this music too much ...from Addis abeba ...I love u my brother and sister Eritrean

  • @filmontesfay9703
    @filmontesfay9703 5 ปีที่แล้ว +8

    ❤️🎶Abraham Afewerki!🎶

  • @herestill3616
    @herestill3616 4 ปีที่แล้ว +5

    እስዕሮ እንበር ኣይስእረርን ጸገመይ ።መንግስተ ስማይ የዋርስካ ስማይ እንዳበልካ ተነቢካ ተፈሊካና።መምህር ተስፋ ፍቅሪ ሃቦ ልግሲ ቅንዕና ግና እዛ ዓለም ንቁንዓት ቦታ የብላን ።የህዝን።

  • @peacelove9531
    @peacelove9531 2 ปีที่แล้ว +9

    Ethiopian here I love This music .Abrham RIP !!

  • @kidaneteklesenbet5306
    @kidaneteklesenbet5306 5 ปีที่แล้ว +854

    ኣነ ኣባል 20 ዙር ፍሽክታ ኣመለይ
    ኣብ 1ይ ክፍለሰራዊት
    3ይ ብርጌድ
    2ይ ቦጦሎኒ ዝነበርኩ
    ፍሉይ ዝክርን ፍቅርን'ዩ ዘለኒ ኣብ ኣብርሃም
    ንዓይ ኩሉ ነገር'ዩ ብፍጽም ካብ ልበይን ሓሳበይን ኣይክወጽእን'ዩ:: ኣብርሃም ተዝነብር
    እዛ ሃገረይ ኣብ ከምዚ ዘላቶ ብልሽው ፖሎቲካ ኣይምወደቀትን::::
    ንኩላትና መፋቀረናን መሳነየናን መካባበረናን ነይሩ ዝብል እምነት ኣለኒ::
    ከምዚ ከማይ ኣሎኩም ዶ? 👍like gberu

    • @danielmekonen6031
      @danielmekonen6031 5 ปีที่แล้ว +12

      Kidane Teklesenbet ewe hakika yeah.

    • @yonasasmelash3510
      @yonasasmelash3510 5 ปีที่แล้ว +19

      ንኽትፋቐር ኣብረሃም ኮነ ካልእ ኣየድሌካን እዩ። ፍቕሪ ህያብ ኣምላኽ እዩ ኣብዘለኻዮ ምስ ኩሉ ተተሳኒኻ እኹል እዩ።

    • @kidaneteklesenbet5306
      @kidaneteklesenbet5306 5 ปีที่แล้ว +38

      Yonas Asmelash
      እዚ እሞ ትስሕቶ ኣይመሰለንን ነይሩ ማለተይ ምስ ኣምላኽ ኣየዋዳድሮን'እየ ኩላትና ፍጡራት ኣብ ትሕቲ ኣምላኽ እና: ንሱ ስለ ዝፈጠረና::
      ኣነ ዝበልኩ ኣብ ፖሎቲካ'የ ከፋቅረና ምክኣለ ዝብል እምነት ኣለኒ: በቲ ሓያል ጥበቡ ንዝተጋገየ ምኣረመ ነይሩ::

    • @user-dc9bu7qu7p
      @user-dc9bu7qu7p 5 ปีที่แล้ว +16

      @@kidaneteklesenbet5306 ናይ በሓቂ እንጀራ እዝጊ ብላዕ

    • @samsomsamsom5731
      @samsomsamsom5731 5 ปีที่แล้ว +12

      @@kidaneteklesenbet5306 ናይ ብሓቂ ክቡር ሓው 'ኮሊፎሞ እንዶ እሞ ድሓን ግን ሕጂ ንፋቀር ጥራይ ንሕና

  • @merontesfazghi5221
    @merontesfazghi5221 5 ปีที่แล้ว +9

    Abraham ur the sound of hope and you will be always the best ❤️🇪🇷❤️🇪🇷

  • @hasiethagos32
    @hasiethagos32 2 ปีที่แล้ว +2

    The special one,ንቲ ሕሰም ዝመረረ ኣለዎ፡ሃወልትስ ንኣብርሃም እምበር ንፑሽኪን፡፡

  • @three_d1640
    @three_d1640 ปีที่แล้ว +5

    I do not know what he say but my eyes filled with tears when I listen to this music, from Addis Ababa.

  • @tsinatzeresenay3689
    @tsinatzeresenay3689 5 ปีที่แล้ว +4

    abraham king.ab hiwet bnatika kalat ena power woteru ab libena fitare kea ab genet yniberika!💌

  • @masimusit2052
    @masimusit2052 4 ปีที่แล้ว +4

    እዋይ አብርሃምሲ አህ ኮኮብ ናይ ኤርትራ ሰማይ እንዳበልካ ጠፊእካና።
    መንግስተ ሰማይ የዋርስካ አብርሽ ኩልሻእ አብልብና እለካ ❤️

  • @hope2633cu
    @hope2633cu ปีที่แล้ว +1

    Afewerki Abraham 😍🥰🥰🥰🥰