Eritrea music Abraham Afewerki - Sdray/ስድራይ Official Audio Video

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 28 พ.ย. 2024

ความคิดเห็น • 810

  • @rbl.6917
    @rbl.6917 5 ปีที่แล้ว +548

    ስድራይ!
    ኣመና ናፊቀ ናፊቀኩም ስድራይ
    የሰንፈኒ ሎ ናፍቆት ስድራ-ቤተይ
    ይናፍቅ ኣለኹ ይናፍቅ ስድራ-
    ቤተይ ኣመና ናፊቀ ናፊቀኩም ስድራይ
    ኣቤት ዘፍቅረኩም ስድራይ ምፍቃር እካ ክውሕደኩም
    እትረፍ ተፈሌኩም ምሳይ ከለኹም እካ ዝናፍቀኩም
    ልሳነይ ኣይገልጾን ኣሃይይ ትልበይ ዝብለኩም ኣሃይይ
    ትምኒተይ ሓሳበይ ኣሃይይ ኮቶ
    ነይጠፋኣኩም ኣሃይይይ
    ኣደይ ዘፍቅረኪ ርሖይ ምፍቃር እካ ክውሕደኪ እትረፍ ተፈሌኪ
    ምሳይ ከለኺ ካ ዝናፍቀኪ
    ልሳነይ ኣይገልጾን ኣሃይይ ትልበይ ዝብለኪ ኣሃይይ ትምኒተይ ሓሳበይ ኣሃይይ ኮቶ ነይጠፋኣኪ ኣሃይይ
    ወላዲተይ ብህያዊ ፍቅሪ መላኣኽ መሬት ልእኽቲ ፈጣሪ ዕንቆት ፍቅሪ ዊቃኖስ ናይ ባሕሪ ተግባራትኪ ፍረ ለዋህ ባህሪ
    ክንደይ ምስጢር ትሓቁፍ ከብድኺ ክንደይ ምኽሪ ትልግስ ልሳንኪ ክንደይ ጽንዓት ተዘንቱ ሽምጥኺ ክንደይ ሓበን ተፍሪ ማህጸንኪ ክንደይ ተስፋ ትዕድል ሂወትኪ ክትህቢ ዩ ፈጢሩ ንዓኺ
    ከምቲ ዝፈትወካ ኣቦይ ኣቦይ ምፍቃር እካ ክውሕደካ እትረፍ ተፈሌካ ምሳይ ከለኻ ካ ዝናፍቀካ
    ልሳነይ ኣይገልጾን ኣሃይይ ትልበይ ዝብለካ ኣሃይይ ትምኒተይ ሓሳበይ ኣሃይይ ኮቶ ነይጠፋኣካ ኣሃይይ
    ብዙሕ ዘፍቅረኩም ወለደይ ፍቅሪ እካ ክውሕደኩም እትረፍ ርሒቀኩም ከለኹም ኣጽዒቀ ዘይጸግበኩም
    ልሳነይ ኣይገልጾን ኣሃይይ ትልበይ ዝብለኩም ኣሃይይ ትምኒተይ ሓሳበይ የሀይይ ኮተ ነይጠፋኣኩም ኣሃይይ
    ክበሩለይ ፍቁራት ወለዲ ናይ ሂወተይ መራሕቲ መንገዲ ኩሉ ሓላፋይ ዩ ኢልኩምኒ ኣእሚንኩም ድማ ኣብዚ ኣብጺሕኩምኒ ዘዋህለልክዎ መብጽዓ ለኒ ዋልታ ክኸነኩም ከብቅዓኒ ጻማ ናይ ጻዕርኹም ከኽሕሰኒ ጸለትኩም ሞት ርእዩ ፈለየኒ መርቁኒ ምርቓ ወላዲ ከብርሃለይ ናይ ሂወት መንገዲ
    ፍቁራት የሕዋተይ ናብራ ናይ ገዛና ዘሕለፍናዮ ሂወት ናፊቀ ዘይከውን ኮይንኒ የ ርሒቀ ይምርሽ ኣለኹ ሓልየትኩም ፍቅርኹም ሰኒቀ
    እንታይ ክኸነኩም ድቀይ ምፍቃር ዳኣ ከይውሕደኩም እትረፍ ትፈሌኩም ኣብ ሕቅፎይ ከለኹም ዝናፍቀኩም
    ወሊድካ ፈትኖ የሀይይ ተባሂለ ቅድሜኹም ኣሃይይ ሃየ ሓንቁቅለይ ኣሃይይ ንፍቅርቲ ኣዴኹም ኣሃይይ
    ኣለኒ ግዜ ናፍቆት ከሰንፈኒ ምኻኣል ይስእኖ ኩሉ ጠንጢንካ ሃጽ ኢልካ ኺድ ይመጸኒ ከም ሻሙ ዳሕራይ ብዓይነይ ክርእየኩም ስድራይ(2)
    ይናፍቅ ኣለኹ ይሓስብ ኣለኹ ባኣኹም ፍቁራት ስድራይ ከይትሽገሩ ከየሕምቀኩም ናብራ ከይህሉ ጸገም ኣነ ከለኹ ኣብ ዓለም (2)
    ነብሰይ ርሒቁ ኣሃይይ ይኳታህ ኣሎ ኣሃይይ ቀልበይ ባኣኹም ኣሃይይ ተገዚኡ ሎ ኣሃይይ ልበይ ምሳኹም ኣሃይይ የዋግዕ ኣሎ ኣሃይይ ባህገይ ምሳኹም ኣሃይይ ኣሳፊሑ ሎ ኣሃይይ (2)

    • @fetawikirosasfhaeye8041
      @fetawikirosasfhaeye8041 5 ปีที่แล้ว +8

      Mearemta xolotkum wetru ayfeleyeni eya thank btaemi nfue

    • @rbl.6917
      @rbl.6917 5 ปีที่แล้ว +7

      @@fetawikirosasfhaeye8041 ክብረት ይሃበለይ ሓወይ ናተይ

    • @luchiamengstu864
      @luchiamengstu864 5 ปีที่แล้ว +3

      Takk habibi

    • @rbl.6917
      @rbl.6917 5 ปีที่แล้ว +3

      @@luchiamengstu864 You're welcome

    • @salmwelela610
      @salmwelela610 5 ปีที่แล้ว +4

      great

  • @bereketweldu2870
    @bereketweldu2870 5 ปีที่แล้ว +186

    *ኣብ ሓንቲ ደርፊ ስድራቤት ሙሉእ ወለዲ ብዓልቲቤት ውሉዳትን ናብራን ባህልን ጥርንፍ ኣቢሉ ዝደረፈ ባሃር!*
    *መምስ ወለደና ብሓደ ነዋግዓላ ግዜ ይሃበና*
    "ኣመና ናፊቀ ናፊቀኩም ስድራይ.........
    ኣመና ናፊቀ ናፊቀኩም ስድራይ የስንፈኒ'ሎ ናፍቆት ስድራቤተይ እናፍቅ ኣለኹ ናፊቀ ስድራይ
    ኣመና ናፊቀ ናፊቀኩም ስድራቤተይ"
    ኣቤት ዘፍቅርኩም ስድራይ ምፍቃርኳ ክውሕደኩም"
    ይትረፍ ተፈሌኩም ምሳይ ከለኹምኳ ዝናፍቀኩም ልሳነይ ኣይገልጾን
    """" ትልበይ ዝብለኩም""""""
    ትምኒተይ ሓሳበይ """"""
    ከቶን """""
    ♥ኣደይ♥ ዘፍቅርኪ ሩሐይ ምፍቃርኳ ክውሕደኪ እትርፍ ተፈሌኪ ምሳይ ከለኺኳ ዝናፍቀኪ ልሳነይ ኣይገልጾን """""ትልበይ ዝብለኪ።
    ትምኒተይ ሓሳበይ
    ከቶን ኣይጠፍኣንን
    ♥ወላዲተይ♥ ብህያው ፍቅሪ መልኣኽ መሬት ልእኽቲ ፈጣሪ እንኮ ልብኺ "ወቅያኖስ" ናይ ፍቅሪ ተግባራትኪ ፍረ ለዋህ ባህሪ ክንደይ ምስጢር ትሓቁፍ ከብድኺ ክንደይ ምኽሪ ትልግስ ልሳንኪ ክንደይ" ጽንዓት ተዘንቱ ሽምጥኺ"
    ክንደይ "ሓበን ተፍሪ ምህጸንኪ" ክንደይ ተስፋ ትዕድል ሂወትኪ ክትህቢ ኢሉ ፈጢሩ" ንዓኺ "
    ከምቲ ዝፈትወካ ኣቦይ ምፍቃርኳ ክውሕደካ እትርፍ ተፈሌካ ምሳይ ከለኻኳ ዝናፍቀካ ልሳነይ ኣይገልጾን
    ትልበይ ዝብለካ ትምኒተይ ሓሳበይ ከቶን ኣይጠፍኣካን ብዙሕ ዘፍቅርኩም (ወለደይ)ፍቅርኳ ክውሕደኩም ይትርፍ ርሒቀኩም ምሳይ ከለኹምኳ ኣውጊዐ ዘይጸግበኩም ልሳነይ ኣይገልፆን ትልበይ ዝብለኩም ትምኒተይ ሓሳበይ ከቶን ኣይጠፍኣኩምን ክበሩለይ ፍቁራት ወለዲ ናይ ህይወተይ መራሕቲ መንገዲ። ኩሉ ሓላፋይ'ዩ ኢልኩምኒ... ኣሚንኩም ኢኹም ኣብዚ ኣብጺሕኩምኒ...
    ዘዋህለልኩዎ መብጽዓ ኣለኒ ዋልታ ክኾነኩም ከብቅዓኒ ጻማ ናይ ጻዕርኹም ከኽሕስኒ ጸሎትኩም ወትሩ ከይፍለየኒ መርቁኒ ምራቀ ወለዲ ከብርሀለይ ናይ ህይወተይ መንገዲ ፍቁራት ኣሕዋተይ ናብራ ናይ "ገዛና"
    ዘሕለፍናዮ ሂወት ናፊቀ ዘይከውን ኮይኑኒ ሎሚ ርሒቀ እምርሽ ኣለኹ ሓልዮትኹም ፍቅርኹም ስኒቀ።
    እንታይ ክኾነልኹም ደቀይ ምፍጣር ድኣ ከይውሕደኩም እትርፍ ተፈሌኩም ኣብ ሕቁፈይ ከለኹም ኳ ዝናፍቀኩም ወሊድካ ፈትኖ ተባሂለ ቅድሜኹም። ሃየ ሓብሕቡለይ ♥ንፍቅርቲ ኣዴኹም♥
    ኣለኒ ግዜ ናፍቆት ተስንፍኒ ምኽኣል እስእኖ ኩሉ ጠንጢንካ ሃጽ ኢልካ ኪድ መጸኒ ከም ሽሙ ዳሕራይ ብዓይነይ ክሪኤኩም ስድራይ ናፈቀ ኣለኹ እሓስብ ኣለኹ ብኣኹም ፍቁራት ስድራይ ከይትሽገሩ ከየሕምቀኩም ናብራ ከይህሉ ጸገም "ኣነ ከለኹ ኣብዛ ዓለም" ነብስይ ርሒቃ ኣሃይ እኳተሃለወ ኣሃይ ቀልበይ ብኣኹም ኣሃይ ተገዚኡሎ ኣሃይ ልበይ ምሳኹም ኣሃይ የዋግዕ ኣሎ ኣሃይ ባህገይ ምሳኹም ኣሃይ አስፊሑሎ ኣሃይ ኣለኒ ግዜ ናፍቆት ተስንፍኒ ምኽኣል እስእኖ ኩሉ ጠንጢንካ ሃጽ ኢልካ ኪድ መጸኒ። ክቡራት ወለደይ ኣመና ናፊቀኩም።

    • @yemanebrhane9188
      @yemanebrhane9188 5 ปีที่แล้ว +5

      ኣምላኽ መንግስተ ሰማይ የዋስካ ኣብሪሂሞ፡ ሰብ ይውለድ፡ ይዓቢ፡ ይመውት እዩ። ኽሳብ ዝኾነ ታሪኽን ቖልዓን ገዲፍካ ምሕላፍ እያ ምኽስባ እዛ ዓለም።

    • @ድንግለይኣደፍቅሪማርያመይ
      @ድንግለይኣደፍቅሪማርያመይ 4 ปีที่แล้ว +1

      AMEN habibi ges Sedrana yereyena 👈

    • @JohnTesfagabir
      @JohnTesfagabir 6 หลายเดือนก่อน

      ናይ ግጥሚ ኣጽሓሕፋ ኣለዉ ክብረተይ ልቢ ወለድ ኣምሲልካዮ

    • @ጸረኣውራጃዉያን
      @ጸረኣውራጃዉያን 2 หลายเดือนก่อน

      ኣነስ ስቅ ኢለ ይነብዕ😭😭

  • @erilove6277
    @erilove6277 5 ปีที่แล้ว +180

    ድሕሪ ኣብርሃም ደርፊ የለን
    ድሕሪ ኣብርሃም ደርፊ የለን

    • @mhretabbeyene6616
      @mhretabbeyene6616 3 ปีที่แล้ว +5

      Barya & Abraham 💞

    • @sarhal5163
      @sarhal5163 2 ปีที่แล้ว +1

      ኣብርሽ ኣቦ ፍቅሪ

  • @imissmama3978
    @imissmama3978 5 ปีที่แล้ว +556

    ብሽም ኣብሪሂሞን ብሽም ፍቑራት ስድራናን
    Like ኣይንብቀቐሉ 100%•√ ኣ/ም r.i.p

  • @alganeshandebrhan4047
    @alganeshandebrhan4047 หลายเดือนก่อน +6

    ምስ ስድራናን የሕዋትናን ፈተውትናን ኣብ ዓድና ተኣኻክብና ከነስታምቕሮ ኣምላክ ይሓግዘና❤❤❤❤

  • @karmatube8420
    @karmatube8420 ปีที่แล้ว +13

    ኣመና ናፊቀ ናፊቀኩም ስድራይ
    የሰንፈኒ ሎ ናፍቆት ስድራ-ቤተይ
    ይናፍቅ ኣለኹ ይናፍቅ ስድራ-ቤተይ
    ኣመና ናፊቀ ናፊቀኩም ስድራይ
    ኣቤት ዘፍቅረኩም
    ስድራይ ምፍቃር እካ ክውሕደኩም
    እትረፍ ተፈሌኩም
    ምሳይ ከለኹም እካ ዝናፍቀኩም
    ልሳነይ ኣይገልጾን ኣሃይይ
    ትልበይ ዝብለኩም ኣሃይይ
    ትምኒተይ ሓሳበይ ኣሃይይ
    ኮቶ ነይጠፋኣኩም ኣሃይይይ
    ኣደይ ዘፍቅረኪ
    ርሖይ ምፍቃር እካ ክውሕደኪ
    እትረፍ ተፈሌኪ
    ምሳይ ከለኺ ካ ዝናፍቀኪ
    ልሳነይ ኣይገልጾን ኣሃይይ
    ትልበይ ዝብለኪ ኣሃይይ
    ትምኒተይ ሓሳበይ ኣሃይይ
    ኮቶ ነይጠፋኣኪ ኣሃይይ
    ወላዲተይ ብህያዊ ፍቅሪ
    መላኣኽ መሬት ልእኽቲ ፈጣሪ
    ዕንቆት ልብኺ ዊቃኖስ ናይ ፍቅሪ
    ተግባራትኪ ፍረ ለዋህ ባህሪ
    ክንደይ ምስጢር ትሓቁፍ ከብድኺ
    ክንደይ ምኽሪ ትልግስ ልሳንኪ
    ክንደይ ጽንዓት ተዘንቱ ሽምጥኺ
    ክንደይ ሓበን ተፍሪ ማህጸንኪ
    ክንደይ ተስፋ ትዕድል ሂወትኪ
    ክትህቢዮ ፈጢሩ ንዓኺ
    ከምቲ ዝፈትወካ
    ኣቦይ ምፍቃር እካ ክውሕደካ
    እትረፍ ተፈሌካ
    ምሳይ ከለኻ ካ ዝናፍቀካ
    ልሳነይ ኣይገልጾን ኣሃይይ
    ትልበይ ዝብለካ ኣሃይይ
    ትምኒተይ ሓሳበይ ኣሃይይ
    ኮቶ ነይጠፋኣካ ኣሃይይ
    ብዙሕ ዘፍቅረኩም ወለደይ
    ፍቅሪ እካ ክውሕደኩም
    እትረፍ ርሒቀኩም
    ከለኹም ኣውጊዐ ዘይጸግበኩም
    ልሳነይ ኣይገልጾን ኣሃይይ
    ትልበይ ዝብለኩም ኣሃይይ
    ትምኒተይ ሓሳበይ የሀይይ
    ኮተ ነይጠፋኣኩም ኣሃይይ
    ክበሩለይ ፍቁራት ወለዲ
    ናይ ሂወተይ መራሕቲ መንገዲ
    ኩሉ ሓላፋይ ዩ ኢልኩምኒ
    ኣእሚንኩም ድማ ኣብዚ ኣብጺሕኩምኒ
    ዘዋህለልክዎ መብጽዓ ለኒ
    ዋልታ ክኸነኩም ከብቅዓኒ
    ጻማ ናይ ጻዕርኹም ከኽሕሰኒ
    ጸለትኩም ሞት ርእዩ ፈለየኒ
    መርቁኒ ምርቓ ወላዲ
    ከብርሃለይ ናይ ሂወት መንገዲ
    ፍቁራት የሕዋተይ
    ናብራ ናይ ገዛና
    ዘሕለፍናዮ ሂወት ናፊቀ
    ዘይከውን ኮይንኒ የ ርሒቀ
    ይምርሽ ኣለኹ
    ሓልየትኩም ፍቅርኹም ሰኒቀ
    እንታይ ክኸነኩም
    ደቀይ ምፍቃር ዳኣ ከይውሕደኩም
    እትረፍ ትፈሌኩም
    ኣብ ሕቅፎይ ከለኹም ዝናፍቀኩም
    ወሊድካ ፈትኖ የሀይይ
    ተባሂለ ቅድሜኹም ኣሃይይ
    ሃየ ሓንቁቅለይ ኣሃይይ
    ንፍቅርቲ ኣዴኹም ኣሃይይ
    ኣለኒ ግዜ
    ናፍቆት ከሰንፈኒ ምኻኣል ይስእኖ
    ኩሉ ጠንጢንካ
    ሃጽ ኢልካ ኺድ ይመጸኒ ከም ሻሙ ዳሕራይ
    ብዓይነይ ክርእየኩም ስድራይ
    ይናፍቅ ኣለኹ
    ይሓስብ ኣለኹ ባኣኹም ፍቁራት ስድራይ
    ከይትሽገሩ ከየሕምቀኩም ናብራ
    ከይህሉ ጸገም
    ኣነ ከለኹ ኣብ ዓለም
    ነብሰይ ርሒቁ ኣሃይይ
    ይኳታህ ኣሎ ኣሃይይ
    ቀልበይ ባኣኹም ኣሃይይ
    ተገዚኡ ሎ ኣሃይይ
    ልበይ ምሳኹም ኣሃይይ
    የዋግዕ ኣሎ ኣሃይይ
    ባህገይ ምሳኹም ኣሃይይ
    ኣሳፊሑ ሎ ኣሃይይ
    ኣለኒ ግዜ
    ናፍቆት ከሰንፈኒ ምኻኣል ይስእኖ
    ኩሉ ጠንጢንካ
    ሃጽ ኢልካ ኺድ ይመጸኒ ከም ሻሙ ዳሕራይ
    ብዓይነይ ክርእየኩም ስድራይ
    ይናፍቅ ኣለኹ
    ይሓስብ ኣለኹ ባኣኹም ፍቁራት ስድራይ
    ከይትሽገሩ ከየሕምቀኩም ናብራ
    ከይህሉ ጸገም
    ኣነ ከለኹ ኣብዛ ዓለም
    ነብሰይ ርሒቁ ኣሃይይ
    ይኳታህ ኣሎ ኣሃይይ
    ቀልበይ ባኣኹም ኣሃይይ
    ተገዚኡ ሎ ኣሃይይ
    ልበይ ምሳኹም ኣሃይይ
    የዋግዕ ኣሎ ኣሃይይ
    ባህገይ ምሳኹም ኣሃይይ
    ኣሳፊሑ ሎ ኣሃይይ
    ኣመና ናፊቀ ናፊቀኩም ስድራይ
    ናፊቀኩም እንብር
    ናፊቀክም ስድራይ
    የሰንፈኒ ሎ ናፍቆት ስድራ-ቤተይ
    ይናፍቅ ኣለኹ ይናፍቅ ስድራ-ቤተይ
    ኣመና ናፊቀ ናፊቀኩም ስድራይ
    ኣመና ናፊቀ ናፊቀኩም ስድራይ

  • @FiliDawit
    @FiliDawit 7 หลายเดือนก่อน +32

    ንዛ ደርፊ ኣብ 2024 ዘስተማቀራ

    • @FiliDawit
      @FiliDawit 7 หลายเดือนก่อน +2

      ኣኣኣኣኣኣኣኣኣኣኣኣ ብብብብብብብብብ ራራራራራራራራራራ ሸሸሸሸሸሸሸሸ ይይይይይይይይይ

    • @AzamitBasey
      @AzamitBasey 5 หลายเดือนก่อน +1

      Me😢😢

    • @RobelMukur
      @RobelMukur วันที่ผ่านมา

      ​@😢AzamitBasey

  • @huruytesfay7984
    @huruytesfay7984 4 ปีที่แล้ว +86

    ስድራይ መርቁኒ ምርቃ ወላዲ ከብራሃለይ ናይ ሂወት መንገዲ። ሓደራ ወለድና ነክብርርርር።

  • @gebrehiwethabtegebretnsia8047
    @gebrehiwethabtegebretnsia8047 2 ปีที่แล้ว +53

    ነ ብርሃም ዝናፍቅ ላይክ ይሃበኒ።

  • @ሽመይኣይነግርንእምቢ
    @ሽመይኣይነግርንእምቢ 5 ปีที่แล้ว +91

    መን ከማኻ
    መን ከማኻ
    መን ከማኻ
    1000000000000000

  • @adonaygebrekstos1940
    @adonaygebrekstos1940 5 ปีที่แล้ว +143

    ምስ ስድራና ኮይና ክንሰማዓ """ ፈጣሪ ኣካክቦ !""ይፍጠረልና ደቂ ኤረይ ጀጋኑ

  • @Tesfay7862
    @Tesfay7862 5 ปีที่แล้ว +63

    ኣብርሃም
    ኣቦ ኪነጥበብ
    ኣቦ ፍቅሪ
    ኣቦ ሰላም
    እት ምቁር ድምፅኻ ናይ ሸዉሃት ምግቢ እዩ።
    ኣብ ገነት ትኹን ናብራኻ።

  • @wizfugra2920
    @wizfugra2920 5 ปีที่แล้ว +625

    እዛ ዓለም እዚኣ ን ኣብርሃም ኣፎርቂ ወሲዳ ንኢሰያስ ኣፎርቂ ክትገድፈልና ሲ ማዕረ ክንደይ መርገም ዩ ኣብርሂሞ ኣቦ ፍቅሪ መንግስቲ ሰማይ የዋርሰካ 😍😍😍😍🥰🥰🥰

    • @ኤረይዓደይ-አ2ኘ
      @ኤረይዓደይ-አ2ኘ 5 ปีที่แล้ว +41

      wiz Fugra እውውው ኣይተጋገካን ሓወይ ዓለም ጨናዊት እንድያ ኣምላክ ከኣ እቲ ሰብ ዝፈንፈኖ ኣይወስድን ኢዩ ንኣብርሂሞ ከኣ ከምቲ ንሕና ነፍቅሮ ኣምላክ ውን ሓሪዎ ህህህህህ😭😭😭ኣብ ሕቅፊ ኣቦና ኣብርሃም የንብርካ ኣብርሸይ ሃላል ❤️🇪🇷

    • @wedijohn5139
      @wedijohn5139 5 ปีที่แล้ว +20

      wiz fugra ካብቲ ዝገርመካ ዓለም ንለዋህን ፈቃርን ለጋስን ፍትሓውን ምቑልልን ኣይትኾነሉን ኢያ ዓለም ዝረግጻን ሂወት ወዲ ሰብ ዝጥፍእን 88% ተንብሮ ኢያ ኣምላኽ ንኣብርሃም ኣፍወርቂ መሊሱ ከም በዓለ የማነ ማንኪ. ወዲ ቴንቤናይ። ክሻ ፡ ፍሊፖስ፡ ኣብርሃ ካሳ።የማነ ታርሊ፡ሰምሃር ዮሃንስ ፡ኢሰያስ ሃለቃ፡ ወዲ መምህር፡ዑስማን ሳልሕ ክወዶም ኔርዎ ግን ኣይኮነንን

    • @vanessambabazi1534
      @vanessambabazi1534 5 ปีที่แล้ว +6

      Ahhh abey emo entay ke mdelena neyran abramey ente tgedfelna eza rgmti alem

    • @harnetnashih9012
      @harnetnashih9012 5 ปีที่แล้ว +3

      wiz Fugra ne abirsh meas fetri ketlwo kulu geza eba amelki wesdwom ay nebl wale sebi zkatlom ya jemat ne abirsh ka bejka ezom hasdat zektlo ylen zarkey

    • @alemdebesai2575
      @alemdebesai2575 5 ปีที่แล้ว +2

      Denkoro seb dzarebo ayfltny emo kab weledo eritrea delewo kmotena anfetun

  • @robi-gu3gu
    @robi-gu3gu 5 ปีที่แล้ว +77

    ዓክክ ኣብራሃም ንስካ ዶ ካብዛ ዓለም መተፈለካና ኣብዛ ሓንቲ ደርፊ ጥራይ እሞ ራኣዩ . ንኩሎም ስድራቤት. ነዱኡ . ነቡኡ. ንሕዋቱ. ንደቁ. ንሰበይቱ. ገልጽዎም ባዓል ሰፍሕ ልቦናን ሓሳቢን ነቢ እካ ንስካ።

  • @betelhembeyene9061
    @betelhembeyene9061 2 ปีที่แล้ว +34

    ፈጣሪ ስድራና ሓልው ፀገሞም ንዓይ ግበሮ🙏🙏🙏🙏🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳😍😍😍😍😍😍😭😭😭😭😭😭

  • @wizfugra2920
    @wizfugra2920 5 ปีที่แล้ว +1332

    ምስ ስድራና ኮይና ክንሰምዓ ደጊምና ፈጣሪ አካኽቦ ይፍጠር ፈጣሪ 😍😍

  • @ብተስፉምንባር
    @ብተስፉምንባር 5 ปีที่แล้ว +25

    ዓለም ርግምቲ፡ግለትምለት ገዲፋ ንኣልማዛውያን ኤርትራውያን ትወስድ።

  • @ጎንደሬውነኝ-ቨ1ቈ
    @ጎንደሬውነኝ-ቨ1ቈ 2 ปีที่แล้ว +6

    (መለይ ) የሚለውን ለመስማት ገብቸ በዛው ቀረሁ እንዴት ልውጣ አፈሩ ይቅለልህ አብርሃም 100%ለሙዚቃ ነው ተፈጥረህ የነበረው ጀግና

  • @tarikeeric8360
    @tarikeeric8360 5 ปีที่แล้ว +79

    I am ethiopian and was in prisoned 2006 and somebody were snik in CD player the guy was from Eritrea and when he freed he gave me the player with Abrham afeworki Cd and from the first day until my freedom day was listning and, when never this music play, I cry like a baby, OmG
    .. I love abrham afworki, never forget him, .
    I hope one day will go to Ertrea and see his grave,

    • @amanoneloves2506
      @amanoneloves2506 3 ปีที่แล้ว +1

      Welcome our dear brother we love you love and peace ✌️

    • @salinagebremedhin7583
      @salinagebremedhin7583 3 ปีที่แล้ว +1

      🙏🏾😍

    • @amanoneloves2506
      @amanoneloves2506 3 ปีที่แล้ว

      Respect for you our brother 😍

    • @jonas1428
      @jonas1428 3 ปีที่แล้ว

      🥺 Oh, What a beautiful story ❣

  • @ውዳሴነባዒትንፍቅሪ-ጐ6ጘ
    @ውዳሴነባዒትንፍቅሪ-ጐ6ጘ 3 ปีที่แล้ว +14

    አብርሃም መምህር ፍቅሪ አብ ገነት የንብርካ እቲ ልዑል ፈጣሪ አሜን
    ፍቁራት አሕዋተይ ናብራ ናይ ገዛ ዘሕለፍናዮ ናፊቀ !!!

  • @የደማስቆምርኮኛ
    @የደማስቆምርኮኛ 4 ปีที่แล้ว +25

    Am from Ethiopia Addis abeba ... I don't listen tegrigna but I swear his above Ethiopian singer 🙌🙌🙌.... Love u all Eritrean people

  • @hanibaltewelde4254
    @hanibaltewelde4254 5 ปีที่แล้ว +107

    I dedicate this song to all my Eritreans brothers Nd sisters In Europe without their family we will see them soon

    • @proudsemayawi9052
      @proudsemayawi9052 5 ปีที่แล้ว +10

      Me too, I'll dedicate this music to my lovely Eritrean ppl that lives all over the world.

    • @amanoneloves2506
      @amanoneloves2506 2 ปีที่แล้ว

      hopefully bro

    • @HeyabTikabo
      @HeyabTikabo ปีที่แล้ว

      ​@@amanoneloves2506❤😊❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊❤❤😊❤😊❤😊❤😊❤😊❤😊❤😊❤😊❤😊❤😊❤😊❤😊❤😊❤😊
      Idedicatethissongtoaimyeritreansbrothers
      Akajkanjjgyftcgfdgchcgg
      Hhd🎉🎉🎉🎉🎉

  • @fitsummesfin5897
    @fitsummesfin5897 ปีที่แล้ว +12

    ❤❤❤ስድራይ መርቁኒ ምርቃ ወላዲ ከብራሃለይ ናይ ሂወት መንገዲ❤❤❤❤

  • @alexdiso2186
    @alexdiso2186 4 ปีที่แล้ว +30

    🔥አቶም ምስ ስድራኹ ትቕመጡ ክሰብሎም🤗 ስድራ ተረከብቲ ኣይኮኑን. . አምበር ብአኣል ኣነስ ስደትና ይሐጽረልና ኢዩ ደብል 😏🙏🔥🤘

  • @nahomboynohgod231
    @nahomboynohgod231 5 ปีที่แล้ว +28

    ዓሕሕሕሕሕሕሕሕ ዓለም ጎዶሎ ንብዓል ኣብርሃም ወሲዳ ባ ነዞም ጉሓፋት ገዲፋትልና ኣብርሃም መምህር ፍቅሪ ኣቦ ሰለ ጥበብ መንግስተ ሰማይ ይዋርስካ ኩሉ ግዜ ኣብ ልብና ኣለካ

  • @merawediandat6238
    @merawediandat6238 5 ปีที่แล้ว +32

    ኣብርሃም ኣፈወርቂ ዘይበርስ ሓወልቲ።

  • @erilove6277
    @erilove6277 5 ปีที่แล้ว +29

    Men kem Abraham afewerki abo Sedra 😘😍😘😍😘😍😘😍😘😍😘

  • @ክወግሕዩ
    @ክወግሕዩ 4 ปีที่แล้ว +31

    kemzi kemay ksab hji dsema fqri nay family delewo like agrchwu abluni 15.03 2020

  • @tigrinya_nationalgeographi5708
    @tigrinya_nationalgeographi5708 5 ปีที่แล้ว +17

    ሎሚ ጥዕም ሙዝቃ ናይ ትግርኛ ክሰምዕ በቅዕና ።የቀነልና ስድራ ኣብርሃም ኣፎርቂ ።ፍልልያትኩም ኣወግድኩም ነዚ ህያብ ፈጣሪ ዝኾነ ድምጺ ኣብራሃም ደስምዕኩምና ።

  • @ስደተኛነኝየአቤልእናት
    @ስደተኛነኝየአቤልእናት 4 ปีที่แล้ว +5

    ክላወድያ እዛ ዓለምስ ዘይትመልእ ጎደሎ ኣቦ ፍቕሪ ኣብሪሃምየ ነብስኻ ኣምላክ ይቀበላ😭😭 ኣሕ

  • @samsomsamsom5731
    @samsomsamsom5731 5 ปีที่แล้ว +15

    ሰብ ጠፊእና ልዕሊ ብሩር ወርቂ ንሱ ከ መን ዪ ኣብርሃም ኣፈወርቂ ' ኣብርሸይ መምህር ጥበብ ዓሕሕ

  • @kisanetmehari283
    @kisanetmehari283 5 ปีที่แล้ว +10

    Ahhhhh neza derfi ksemi kulu gize ye zbeki eritrawi hawey mis sdrana nrakbelu gize yhabena

  • @SamielMebrahtu-cg3rb
    @SamielMebrahtu-cg3rb 11 หลายเดือนก่อน +4

    Amena nafke nafkekumi kuburati sdrayyyyyyy❤🎉❤🎉❤🎉❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷.

    • @FtsumHabtu-np8hq
      @FtsumHabtu-np8hq 5 หลายเดือนก่อน

      ❤🎉❤🎉❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤😂

  • @HabtitOklib
    @HabtitOklib 5 ปีที่แล้ว +30

    Abrihimo nay libey! October, Saturday 2007, ኣብ ሳዋ ን'ክላስ አንዳኸድና ከለና፡ ሃንደበት ነዚያ (ስድራይ) እንዳ ደረፍክዋ ከይደ። ክልስ ምስ ኣተኹ፡ ካብ ኣዋልድ ዝመጸ ዘይተረጋገጸ ዜና'ዩ፡ "ኣብራሃም፡ ሄለን፡ በረኸት መንግስታብ...ብዙሓት ደረፍትን ሙዚቀኛታትን ሞይቶም ን'ባጽዕ እንዳወረዱ ትውረ'ላ"። ልክዕ ቅድሚ ሰሙን ምሳና ሓዲሩ'ስ፡ ክላእ ዘይከውን'ዩ" መን ይእመኖ ወረ።
    ድሓር ግን ዘይተፈስወ ስለ ዘይጨኑ'ዩ መስለኒ፡ እቲ ፍሉይ ኣብራሃምን ሮብን ምዃኖም'ዩ ካብኡ ኣትሒዘ ንዓለም ጸሊአያ ኣሎኹ!!!

  • @banaharnet2987
    @banaharnet2987 2 ปีที่แล้ว +9

    ከምዚ ከማይ ብናፍቖት ስድራ ተጸሊሉ ዝሰምዓ በዚ ሐጂ ጊዜ ኣለኹም ዶ ኣሕ ዓደይ😓💔 ኣብርሸይ ንጉስ ጥበብ❤ ብኻ ንስኻ ተመሊስኻ ዓለም ከምተገልበጥት መሐሸ ኣብሪሂሞ💔

  • @ሚረደላዪሰላም
    @ሚረደላዪሰላም 2 ปีที่แล้ว +1

    2009 ምስ መታዓብይተይ ኣዕሩኹተይ ኣብቲ ገማግም ኣጻድፍ ኣብቲጎቦታ ኣብቲ ሩባት ኮይና ክንሰምዓ ይዝከረኒ ኣብ ጁባ ታ ኣቱ ረድዮ ነራ ኢፌም ትስሕብ ይዝክ ናይባሓቂ ኩሉ ሓሊፉ ፋሕ ኢልና ከም ደቂ ዛግራ በይነይ ኣሎኩ ኣብዚ ጎሊኦም ኦዉሮቃ ዳርጋ ኹላ ኣነጥራይ ኣብስራኤል ቆርጫ በዚ ኣጋጣሚ የመስግነካ ኣዕሩኹተይ ኣዛኻኺርካኒ

  • @Lucky.channel23
    @Lucky.channel23 5 ปีที่แล้ว +20

    *kemezi* *kemay* *alo* *do* *kalat* *ziwhdo* *n* *abraham* *zigelix* 😭😭😭💔💔🤴

  • @tesfaygebar958
    @tesfaygebar958 2 ปีที่แล้ว +3

    Mis sdray zrekebela yereni amlak fetari ❤️🥰🥰

  • @hannazecarias7555
    @hannazecarias7555 5 ปีที่แล้ว +8

    Amena nafike
    Sdray
    Nay bahki nfike weldey;aboy;adey;hawey;mengste semay yewarskum alem godolo.Abrahamino kulu gize ab lbna aleka msti tuum zematatka zeymno R I p

  • @elsahagos1792
    @elsahagos1792 5 ปีที่แล้ว +9

    ኣብርሽ ኣቦ ፍቅርን ሂወትን ዘልኣለም ኣብ ልብና 👍💖💖💖💖💖❤️❤️❤️❤️🌹🌹🌹🌹

  • @መንደላይ-ፀ7ቀ
    @መንደላይ-ፀ7ቀ 2 ปีที่แล้ว +4

    ሓንቲ መዓልቲ ኣላ ምስ ስድራይ ዝሕጎሰላ 😭❤️

  • @ሰላምእዩተስፋይ
    @ሰላምእዩተስፋይ ปีที่แล้ว +2

    😭😭💔💔🙏💊From tigray l love you 💔💔😭😭😭ኣብርሸይ መምህረይ 👑👑👑👑፣

  • @amlesomtesfalem3363
    @amlesomtesfalem3363 5 ปีที่แล้ว +86

    King 🤴 of music 🎶 U are always in our heart ❤️

    • @dameramedia4477
      @dameramedia4477 2 ปีที่แล้ว

      ፈታዊ ኣንርሽይ ሳብስክራይብ ባ ተሓባበረኒ ኣብዛ ፕሮፋይለይ

  • @Saymon-tm5ub
    @Saymon-tm5ub 5 หลายเดือนก่อน +6

    20/6/2024 5:08 AM🇱🇾😢 ለይቲ ሙሉእ ዝሰምዓ ደርፊ one day Italian

    • @hsmk.
      @hsmk. 5 หลายเดือนก่อน +1

      Ane lele kab Nairobi

  • @itsmefani364
    @itsmefani364 4 ปีที่แล้ว +10

    Sdrabetu znafeke kemzi kemay ske like habuni rest in peace our legend 😢❤️

  • @yonasahferom9911
    @yonasahferom9911 5 ปีที่แล้ว +14

    አብራሃም አቦ ፍቅሪኢ ወአቱሩ አብ ልብናአ

  • @ramosismadridsta4666
    @ramosismadridsta4666 3 ปีที่แล้ว +2

    Legend ዘየ ደገም ታሪኸ ሰርሕካ ኹድካኼ አሙ አቢ ዘለካዪ ሰላም ኒዓካ ❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @onelove2881
    @onelove2881 4 ปีที่แล้ว +34

    The best song of all time. I miss family; my kids, wife, mother, brothers and sisters.

    • @filimonsolomun3690
      @filimonsolomun3690 2 ปีที่แล้ว +1

      Xun4

    • @dameramedia4477
      @dameramedia4477 2 ปีที่แล้ว

      ፈታዊ ኣብርሸይ ሳብስክራይብ ባ ተሓባበረኒ ኣብዛ ፕሮፋይለይ

  • @beckhamtsegaibeckham7434
    @beckhamtsegaibeckham7434 5 ปีที่แล้ว +25

    Ata ane si eza fekar adey b selam do yreaya ykowin !

    • @markuslambrecht4980
      @markuslambrecht4980 5 ปีที่แล้ว +2

      Ajka ketra eka hawey

    • @beckhamtsegaibeckham7434
      @beckhamtsegaibeckham7434 5 ปีที่แล้ว +4

      @@markuslambrecht4980 . Thanks hawey natey afka ysear ember wedi swui iye krtet iyla yeabyatini gn zeykowin koynuni tefelyeya ksab hji kea krekba aykealkun gn ab tsefa 😢

    • @erigang9336
      @erigang9336 5 ปีที่แล้ว

      Beckham Tsegai BECKHAM one ☝️ bro❤️❤️

    • @beckhamtsegaibeckham7434
      @beckhamtsegaibeckham7434 5 ปีที่แล้ว +3

      @@erigang9336 . Yekenyeley kbur haw yehbiru kea netom kab sdrana tefelina zelena meteakakbo yfterelna .

    • @delinapetros5554
      @delinapetros5554 3 ปีที่แล้ว

      🥺🥺🥺🥺❤️

  • @wedifish1692
    @wedifish1692 3 ปีที่แล้ว +28

    When listening this music, I can't stop crying. I will hope, we return back our country and Familys. I don't have words to Explain (Legend) Abraham Afewerki we love you for Ever ❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️ Deqi Erey ✔️✔️✔️✔️✔️✔️

    • @dameramedia4477
      @dameramedia4477 2 ปีที่แล้ว +1

      ፈታዊ ኣብርሸይ ሳብስክራይብ ባ ተሓባበረኒ ኣብዛ ፕሮፋይለይ

    • @ermiastesfom3241
      @ermiastesfom3241 ปีที่แล้ว

      Haqka endika emo ❤❤❤❤

  • @wedialembrhan5900
    @wedialembrhan5900 5 ปีที่แล้ว +8

    Dehri 2 semun mes zeharfom sedray kerakeb eye amlak yemsgen 🙏

  • @mudaayzadlej7792
    @mudaayzadlej7792 2 ปีที่แล้ว +2

    King 🤴 of 🇪🇷 forever ኤርትራዊ ባልሆንም ችሎታህን ግን አደንቃለሁ መቼም አትረሳም

  • @ክርስቶስኣምላኸይ-ዀ4ለ
    @ክርስቶስኣምላኸይ-ዀ4ለ 3 ปีที่แล้ว +1

    ኣብሃም ኣፈወርቂ እዛ ዓለም ከዳዕ ቦግ ኣቢላትልና ንዓኻ መምህር ሃገርና መምህር ተስፋ ዝኾንካ ኣነስ ኣብረሃም ዝመተሉ ግዜስ ንእሽተይ እየ ነይረ ግን ኣብረሃም ሞይቱ ምሰማዕኩ ከምዚ ናይ ዓቢ ሰብ እየ ነቢዐ ዘይርስዖ መንግስተ ሰማይ የዋርስካ ድንግል ማርያም ትቀመልካ ምስቲ ለዋህ ፍቅርን ዝኾነ ፈጣሪ ወዳ

  • @Redae1993
    @Redae1993 5 ปีที่แล้ว +32

    ኣብርሃም እንታይ እሞ እዛ ጨካን ዓላም እዲ መንጢላትና መምህር ፍቅሪ

  • @sirakteweldebrhanabrha4456
    @sirakteweldebrhanabrha4456 5 ปีที่แล้ว +16

    Zey mnewu abraham afewerki aza znbeatni nmejemerat nsdet zwetsekulu mealti kab rama nab anda baguna ana kedku ab bus zbkeytani

  • @kakisramzi338
    @kakisramzi338 2 ปีที่แล้ว +13

    تحية الى الشعب الاريتيري اللطيف لا يمكن نسيان مدينة اسمرا 🇪🇷

  • @fh5087
    @fh5087 2 ปีที่แล้ว +2

    ሰይ ሰይ አቤት ወነ ዘልዕል ደርፊ ነብስ ይምሓር አብርሸይ

  • @keplerglance9637
    @keplerglance9637 5 ปีที่แล้ว +26

    Finally come back our Proud, our Legend Eritrea 🇪🇷

  • @erilove6277
    @erilove6277 5 ปีที่แล้ว +18

    Abrhshey halal ❤❤❤

  • @HaniHanibal-xp1et
    @HaniHanibal-xp1et ปีที่แล้ว +2

    አዋይ ናይ ኣደ ኣጋላልፃ 🙏🌹🌹🌹🌹

  • @semehersemeher6909
    @semehersemeher6909 4 ปีที่แล้ว +1

    Abrhamey ngus tbeb 🤲🙏ab genetu yenbreka,😭😭😭😭😭😭😭😘😍👍✌️🎤🌠🎤🎤🎤🎤🎤🎤👑👑👑👑👑👑👑👑👑👑👑🎤🎤🎤🎤🎤🎤🌠🌠🌠🌠🌠🌠🌠😭😭😭😭😭😭😭, wetru ab lbi kulna aleka.zeyhass srhat wetru ab ezni semai.

  • @mahmmudsalh6380
    @mahmmudsalh6380 5 ปีที่แล้ว +20

    ውላድ ሐላፊ ዩ
    ደርፍታትካ ግን ታሪኽ ዩ ነበሪ ዩ አብሪሽ መኽሰብ

  • @addisugebru1554
    @addisugebru1554 5 ปีที่แล้ว +17

    There is only one Abreham Afewerki.🙏❤

  • @abdurezakmohammed2979
    @abdurezakmohammed2979 3 ปีที่แล้ว +27

    I am an Oromo guy and always listen to this incredible music

    • @iamafricain5329
      @iamafricain5329 ปีที่แล้ว +1

      We love you, bro, I am eritrean I have Oromo friends from Jamas 🥰

    • @FOZIAMEHAMED
      @FOZIAMEHAMED ปีที่แล้ว +2

      Familyh nafkehal malet new endeza new trgmu nafkot new

  • @abelgoitom1031
    @abelgoitom1031 5 ปีที่แล้ว +2

    kalay 2 zey digem sinetibebawi ach mengisite semay yiwarisika 👍🏼👍🏾⛪⛪👍🏼⛪

  • @mebrhitbirhane7088
    @mebrhitbirhane7088 8 หลายเดือนก่อน +2

    ስደት እያለሁ እናት መሞትዋ ስነገረኝ በዚህ ዘፈን ተደብቄ አለቅስ ነበር 😢

  • @HagersieluKoki
    @HagersieluKoki ปีที่แล้ว +1

    ኦ ፈጣሪ መስ ሰድርና ንርኽብሉ ማልቲ yehxrlna

  • @Kryptosami
    @Kryptosami 5 ปีที่แล้ว +55

    Kgermekum neza derfi ms Sema,e ku Geza dewile.😢😢😢😢

    • @cr7bestblyerey863
      @cr7bestblyerey863 4 ปีที่แล้ว +1

      Kidmi mesmaca aytedewelin nerka malet diu

    • @rahasemeraf3686
      @rahasemeraf3686 4 ปีที่แล้ว

      @@cr7bestblyerey863 POINT HAHAH

    • @godislove4163
      @godislove4163 4 ปีที่แล้ว

      Ajoka wegeney hade mealti ms sdrana koyna kndemia ena

    • @SamiAbraham-zh7vc
      @SamiAbraham-zh7vc 7 หลายเดือนก่อน

      Ahhh alem godelo Abraham Aferki ❤❤❤❤amena nafiqe nafiqe nsdray yesenfeni Alo nafqot sdra betey

  • @yonijunior5192
    @yonijunior5192 5 ปีที่แล้ว +9

    Oh my goodness I am happy today I love you abrhimo and Thanks you so much #Abraham's #Afewerki music #Channel

  • @የማርያምልጅነኝ-ኸ4ሐ
    @የማርያምልጅነኝ-ኸ4ሐ 5 ปีที่แล้ว +15

    መለይ ትብል እባ ስደደልና ኣሕ 😥😥😥

  • @aroneri8872
    @aroneri8872 5 ปีที่แล้ว +6

    መምህር ኣብራሃም ኣፍወርቂ ከማክስ ኣሎ ዶ ኣክሕ ዓለም ብልሽ 😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @zufanweldie3021
    @zufanweldie3021 3 หลายเดือนก่อน +1

    I wonder what his family feels listening to this song after he passed. A true legend gone too soon 🥹🥹🥹

    • @Ujustgotsighed
      @Ujustgotsighed หลายเดือนก่อน

      yes its truely sad rip abrihey ❤❤🕊🕊

  • @filmontesfay9703
    @filmontesfay9703 5 ปีที่แล้ว +13

    ❤️Maestro And Teacher Abraham Afewerki!🎶
    ❤️So Loving,Talented,
    ❤️🎶Man Of Loving Music!
    ,Messageful,Positive and Wise Legend!🎶
    “Good Art Never Dies!”

  • @bsusjs9048
    @bsusjs9048 5 ปีที่แล้ว +6

    Ezom dis laik hebkum zelekum feqri nay sedra zeytflyu ekum

  • @robelchelseawie3315
    @robelchelseawie3315 4 ปีที่แล้ว +4

    ዓሕሕሕሕ ዓለም ጨናዊት ትመርጺ ንሕና ዉን ደርፍካ እናሰማዕና ስድራናን ናዓካን ናፊቅና ኣብርሸይይይ ዓለም ጎዶሎ እዞም ዲስ ላይክ ዝገብሩስ እንታይ ስለ ዝኮኑ ይኮኑ ወደይ ከማ ትኩን ኢዶም ዶ ወላስ ሕጽረት ትግርኛ ኣለዎም ዩ

  • @amanselomun188
    @amanselomun188 5 ปีที่แล้ว +12

    Abraham entay elna kem ngelxeka eko tefina🎤🐅🐅🐅🐅🐅🐅🐅🐅🌟🌟🌟🌟🌟🌟🌟🌟🌟🌟🌟🌟🌟🌟🌟🌟🌟🌟🌟🌟🌟🌟🌟🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌠

  • @habtabakberom4677
    @habtabakberom4677 6 หลายเดือนก่อน +1

    ልሳነይ ኣይገልጾን ኣሕ ኣብርሃመይ መኣረይ ❤❤❤❤

  • @dejuhagusaa5112
    @dejuhagusaa5112 5 ปีที่แล้ว +5

    Temesgen thanks btami eye hugus sle ztehaberkuna baba abrham (amlak ab yemanay edu yembrka and we all miss you so much 💕❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @yohanatsegay1488
    @yohanatsegay1488 5 ปีที่แล้ว +8

    Finally our legend Eritrean 🇪🇷 singer

  • @helengebregziabher9963
    @helengebregziabher9963 4 ปีที่แล้ว +1

    aberham hawna akk kemaka zemtse eka eyu zyel abe alem meskin seb gen aytsenhn eyu delay fekrrriii😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍

  • @bkiyaa8539
    @bkiyaa8539 5 ปีที่แล้ว +7

    ናፍቋለከኹ ነብሲን ይማረው አብረሀም ሙሉ ሙዚቃቹ ደስ ይለኛል ሙሉ ትረጉሙ ባይገባኝም .

  • @teshememehari3349
    @teshememehari3349 5 ปีที่แล้ว +58

    ኣብርሃም ኣፈወርቂ በል ክትድረር ኣታ ወዲ ላይክ ኣስኪ ኣኡዱይለይ ንኣብርሃም መምህር ሂወት መምህር ፍቅሪ መምህር ኩሎ ነገር ንስካ ዶ ትመውት ኣለም ጎዶሎ ኮይና አምበር

  • @fieruzbrhane1130
    @fieruzbrhane1130 5 ปีที่แล้ว +9

    Abrhshey halal 👍👍👍

  • @E-uh7gp
    @E-uh7gp 10 หลายเดือนก่อน

    ኣብርሃም መምር ህይወት❤❤❤ ኣብ ልቢ ህዝቢ ህዝቢ ሰፊርካ ኢኻ ገጽ ስድራና የርእየና

  • @dinudina2713
    @dinudina2713 5 ปีที่แล้ว +13

    ❤️❤️❤️😍😍❤️💯💯💯Legend
    Always in our hearts... Thanks for giving us the best memories of u

  • @berhanezemuy3910
    @berhanezemuy3910 5 ปีที่แล้ว +2

    Ewayyy eza alem ezias kthasim N Abrish Afewerki wesidas mis Hgdef Afewerki ktgedfeni kola u zehzneni Abrish Abo fkri Ab genetu yenbrka Halal seb.....

  • @mypowerisfromgod5290
    @mypowerisfromgod5290 5 ปีที่แล้ว +26

    When i see this legend my hopp is come back!
    i am proud by you RIP Abraham

  • @putgodfirst420
    @putgodfirst420 5 ปีที่แล้ว +1

    ABRHIMO MWEDAETA ZEYBULU METSHAF TANKS KBUR HAWNA SLE KULU AGELGLOTKA GBU!!!!!!!

  • @awettesfandrias3395
    @awettesfandrias3395 3 ปีที่แล้ว +1

    Abraham Afewerki Entay Emo Azea Risha Alemei you are king 👑 for Africa music 🎶

  • @luwamgbrhiwet8044
    @luwamgbrhiwet8044 3 ปีที่แล้ว +1

    Kulu ftweu abrhs hwey, meher mengsta semay ywarska

  • @AAGTOSS
    @AAGTOSS หลายเดือนก่อน

    ይናፍቕ ኣለኹ ንኣብራሃም ኣፈወርቂ ❤❤❤

  • @deseyaskale2843
    @deseyaskale2843 5 ปีที่แล้ว +5

    Abrhimo Abo fekri !!!!!!!🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🎸🎸🎸

  • @ኤረይዓደይ-አ2ኘ
    @ኤረይዓደይ-አ2ኘ 5 ปีที่แล้ว +4

    ግርማ ኤርትራውያን ኣብርሸይ ደሓን እተው ደጊመ ክሰምዖ ዝገበርኩም ኣብርሸይ ምቁር ህህህህህህህዓለም

  • @smretteklit1104
    @smretteklit1104 5 ปีที่แล้ว +4

    Etref rihekum msay kelekum znafkekum Akk welidka fetno naybhaki😥 abraham nugus nay eritrea

  • @ትግራዋይነትኽቡርመንነት
    @ትግራዋይነትኽቡርመንነት 4 ปีที่แล้ว +10

    Anyone 2020? All time when i missing my family specially my world my mama sidet ebud

  • @samitesfamkel3233
    @samitesfamkel3233 4 ปีที่แล้ว +2

    Liove so much
    Nice music like 34 minillo

  • @redwanmitiku1693
    @redwanmitiku1693 5 ปีที่แล้ว +10

    WWWWWWWWWWWWWWWOW REALLY BRO THANKS FOR RELEASING ABRISH SONG I WAS WAITING FOR ALONG PERIOD OF TIME THANKS TOO MUCH !!

  • @menkemgzye673
    @menkemgzye673 4 ปีที่แล้ว +11

    ነፍሲሄር ኣብርሃም ወትሩ ኣብ ልበይ ኢኻ ።
    እዞም ናይሎሚ ደረፍትን ደረስትን ሰባት ካብ ኣብርሃም ተማሃሩ ምኽንያቱ ኣብርሃም ብሓቂ ስድራቤታዊ ደርፊ ይደርፍ ኣሎ ፍትወት ኣቦ በይኑ ፍትወት ኣደ ኣበይኒ ግን ንኹሎም ገሊጽዎም ስለዚ ክብረት ሂብዎም ብማዕረ ።
    እዞም ናይ ሎሚ ከኣ ሓልዮት ኣቦ ረሲዖም ሓልዮት ኣደ ኣም ምድማቕ መረት ትዓርቦም ግን ስለምንታይ ?
    ብዝኾነ ኩቡራት የሕዋት ስድራና ፍልልይ ኣይንግበሮሎም በጃኹም ኣምላኽ ዘይፈትዎ ኣይንግበር

  • @eiyorsalemhaylemaryam5038
    @eiyorsalemhaylemaryam5038 3 ปีที่แล้ว +1

    ስድራይ 😢😢😢😢💔💔💔 ኣብርህሸይ መምህር ፍቕሪ ታይሞ ናይ ዓለም ነገር😢🙏

  • @habtomdrar4237
    @habtomdrar4237 5 ปีที่แล้ว +3

    Abrsch kulu gezia ab libey ❤️❤️❤️😰😰😰😰