Eritrea music Abraham Afewerki -Tesfa'Ya Sinqey /ተስፋ' ያ ስንቀይ Official Audio Video

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 20 ส.ค. 2024
  • Eritrea music Abraham Afewerki - Tesfa'Ya Sinqey /ተስፋ' ያ ስንቀይ
    Copyright: Abraham Afewerki Music Channel. Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited. መሰል ንብረት ኣብርሃም ኣፈወርቂ ነኽብር
    Subscribe now: / @abrahamafewerkimusicc...
    Find us on facebook: / aamusicc
    / abraham.afewerki.9484

ความคิดเห็น • 968

  • @user-yp8wp2rq1r
    @user-yp8wp2rq1r 7 หลายเดือนก่อน +208

    ኣብ 2024 ደጊምካ ትሰምዓ ዘለኻ ኣብዚኣ ረጊጽካ ሕለፍ ❤

    • @dawitgebrebrhan5914
      @dawitgebrebrhan5914 6 หลายเดือนก่อน +2

    • @mesigaltigray9656
      @mesigaltigray9656 6 หลายเดือนก่อน +5

      ማዓልታዊ ሰሚዐ ዘይመንዋ ኣለኹ ኣነ🥺🥰

    • @MosayGergis-ww6vk
      @MosayGergis-ww6vk 5 หลายเดือนก่อน +3

      Ane aleku ❤❤❤❤

    • @nahomwedi5075
      @nahomwedi5075 4 หลายเดือนก่อน +1

      Ena beza music eya ab hiwtey zegaz zelaku

    • @AhmedAli-df5pw
      @AhmedAli-df5pw 3 หลายเดือนก่อน

      ​@@mesigaltigray9656 me too 😔

  • @robelfkadu176
    @robelfkadu176 3 ปีที่แล้ว +183

    መን ኣሎ ተስፋ ቆሪጹ ነዚኣ ምስ ሰመዐ ተስፋ ዝሰንቕ ደቂ ኤረይ. ኣብርሸይይይይ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤❤❤❤♥♥♥♥♥

  • @streritube1948
    @streritube1948 4 ปีที่แล้ว +533

    ኣ . ኣኽባሪ ህዝቡን ፈትውቱን
    ብ ብርሃን ዉጹዓት
    ራ ራኢ ጽባሕ ብተስፋ ዝነብር
    ሃ ሃሰው ብሃሊ ናብራ መደልደሊ
    ም ምፍቃር ህዝቡን ሃገሩን
    ኣብርሸይ ወትሩ ኣብ ልብና ኣብራሃም ኢኺ ስንቅና 💔😥

  • @nahor29
    @nahor29 ปีที่แล้ว +57

    መምህር ኣብራሃም ዓቢ ትምህርቲ ገዲፍልና ሓሊፉ ትብሉ like ርገጹ

  • @senafehakirurabsolutelyrig4269
    @senafehakirurabsolutelyrig4269 5 ปีที่แล้ว +1138

    ኣብ ሙላእ ዓለም ከም ደቂ ዛግራ ፋሕ ኢልኩም ዘለኹም ህዝበይ ተስፋ ዓወት ይምነየልኩም።

  • @user-uu3tj1lu1l
    @user-uu3tj1lu1l 4 ปีที่แล้ว +565

    "ብሽም (ኣብርሃም ኣፎወርቂ) ኣብ ኩለን ደርፍታቱ ኬድና ላይክ ንግበር መኽንያቱ ሓደ ካፍቲ ናይ ምንባር ትምህርቲ ድሕሪ ቃል #ኣምላኽ ቃል ኣብርሃም እዩ ምሳይ ዝሳማማዓ Like ይርገጸኒ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

    • @fillifalla8810
      @fillifalla8810 4 ปีที่แล้ว +6

      Kemzi kemaka ybzhu ahhhh ewe

    • @carter6carter674
      @carter6carter674 4 ปีที่แล้ว +4

      hah mochal arkey like regixeka aleku

    • @eritv2305
      @eritv2305 3 ปีที่แล้ว +5

      Nay behaki ኣብርሸይ ኣቦ ፍቅሪ ተስፋ ሓልዮት ኩሉ ግዜ ኣብ ልብና ኣለካ abrichey

    • @abrhaley938
      @abrhaley938 3 ปีที่แล้ว +1

      Deep thanks Maku maku

    • @yohannessbhat4434
      @yohannessbhat4434 ปีที่แล้ว

      ብርግጽ

  • @user-yk1lw2bx9r
    @user-yk1lw2bx9r 5 ปีที่แล้ว +205

    ተስፋ እያ ስንቀይ
    ናይ ሎሚ ጽኑዕ ቆላሕታይ
    ዝመጽእ ኣዕሚቐ
    ተጸሚመ ክምርሽ
    ሽግ ናይ ተስፋ ወሊዐ
    እወ ብዙሕ ተስፋ ኣለኒ
    ዋላ ዓይነይ እንዳነብዐ
    ኣብዛ ዓለም ብጽንትዓ
    እንታይ'ከ ከይመጸኒ ኢለ።
    //////
    መሪር ጉዕዞ ሂወተይ
    ኣነ ድሩት ክእለተይ
    ተስፋ ስንቀይ
    ተስፋ እያ ስንቀይ ሓቦ ቀለበይ።
    መሪር ጉዕዞ ሂወተይ
    ኣነ ዉስን'ዩ ዓቕመይ!
    ተስፋ እያ ስንቀይ
    ተስፋ እያ ስንቀይ ሓቦ ቀለበይ።
    ስላም በልዋ ተስፋ ሃብዋ
    ስላም በሉለይ ተስፋ ሃቡለይ
    ///////
    ሕተቱለይ ስብ ቅያ
    ጽንዓት ንዝኣመኑ
    ኣብ ዓለም ዘመስከሩ
    ሂወት ተስፋ ምኻኑ
    ኣብ ታሪኽ ጽኑዕ #እምነት
    ምጻሩ ዝስልጠኑ
    ንሶም ጸይሮማ ክብሪ
    ራኢቶም ዘይምንኑ።
    #እምነት ድራሮም
    ተስፋ ስንቆም ሓቦ ቀለቦም
    ሃርጋፍ ዓለም ሃብታማት
    እዚ ተስፋ ዘይውንኑ
    #እምነት ድራሮም
    ተስፋ ዝስንቆም ሓቦ ቀለቦም
    ስላም በልዋ ተስፋ ሃብዋ
    ተስፋ ንገሩለይ ጸዋር #ክትኮነለይ
    /////////
    ኣሽንካይ ሎሚ ግዳ ስላም ስፊኑ ዘሎ
    ቀደም እካ ሓሊፉ ናብራ ሓሲሙ ከሎ
    ኣብ ጭንቀት ተዋሒጠ
    ዕድለይ ጸቢቡ ከሎ
    ቃሕ ኢልካ ሰማይ ምድሪ
    ረዳኢ ዘይመጾ ባሕሪ
    ተስፋ ዝስንቀይ ሓቦ ቀለበይ ኣሕሊፈዮ
    ቋሕ ኢልካ ሰማይ ምድሪ
    ረዳኢ ዘይመጾ ባሕሪ
    ተስፋ ዝስንቀይ ሓቦ ቀለበይ ኣሕሊፈዮ
    ስላም በልዋ ተስፋ ሃብዋ
    ተስፋ ንገሩለይ ጸዋር ክትኮነለይ
    //////////
    ናይ ሎሚቅነ ቆላሕይታ
    ንዝመጽእ ኣሕሚቐ
    ተጸሚመ ክምርሽ
    ሽግ ናይ ተስፋ ወሊዐ
    እወ ብዙሕ ተስፋ ኣለኒ
    ዋላ ዓይነይ እንዳነብዐ
    ኣብዛ ዓለም ብጽንትዓት
    እንታይ'ከ ከይመጸኒ ኢለ።
    //////
    መሪር ጉዕዞ ሂወተይ
    ኣነ ድሩት ክእለተይ
    ተስፋ ስንቀይ
    ተስፋ እያ ስንቀይ ሓቦ ቀለበይ።
    መሪር ጉዕዞ ሂወተይ
    ኣነ ዉስን'ዩ ዓቕመይ!
    ተስፋ እያ ስንቀይ
    ተስፋ እያ ስንቀይ ሓቦ ቀለበይ።
    ስላም በልዋ ተስፋ ሃብዋ
    ስላም በሉለይ ተስፋ ሃቡለይ
    ///////
    ዓብዩ ብልሓታት ተስፋ ጸገም
    ክምክተኒ ካብ ውሽጠይ ዝመጸ ሓይሊ
    #ክቕጽል ዝደፍኣኒ
    ዓቕሚ ጸልማት ከለኹ
    #ጩራ ተስፋ ይመርሓኒ
    በይነይ ከለኹ ጽሞዋ
    ኣብ ፊተይ ይመስለኒ
    ተስፋ'ዩ ስንቀይ
    ነዊሕ ግዜ መከራ
    እንታይ ሒዝካ ኣሕሊፍካዮ
    ጉዕዞ ናይ ዓቕሊ ጋና
    መን ኣሚንካ ከይድካዮ
    ሓወይ ብስራት ናይ ስላም
    ታይ ዓጢቕካ ኣምጺእካዮ
    ኣብቲ ድሩት ክእለተይ
    ጽኑዕ ኮይኑ #እምነተይ
    ተስፋ ዝስንቀይ...።.....።።..።።።።........
    ኣጆኺ በልዋ ተስፋ ሃብዋ
    #ኣብርሽይ ዘይትርሳዕ ንዘላኣለም♥

  • @hailemariamgizaw7511
    @hailemariamgizaw7511 4 หลายเดือนก่อน +15

    እኔ እትዮጵያዊ ነኝ ወንድም እርትራ ሰላማቹሁ ይብዛልኝ የማነ ባራ እና አብረሀም አፈወርቅ እርትራና ሱማሌን በጣም ነው የምወዳቸው እውነቴን ነው የምላቹሁ ማርያምን እወዳቹሀለሁ ❤❤❤❤❤❤❤

    • @mary1475
      @mary1475 2 หลายเดือนก่อน +2

      We lave u too bro 🇪🇷❤️🇪🇹

    • @hailemariamgizaw7511
      @hailemariamgizaw7511 2 หลายเดือนก่อน +1

      @@mary1475 አመሰግናለሁ ወንድሜ ባለህበት ሁሉ ሰላምህ ይብዛልኝ

    • @temesghenmehari2057
      @temesghenmehari2057 2 หลายเดือนก่อน +1

      We do love you too as well, I have big respect for the people of Ethiopian 🙏🏿 !

    • @user-ie5jo1kh9s
      @user-ie5jo1kh9s 10 วันที่ผ่านมา

      ​@teme😢sghenmehari2057

  • @AhmedAbduselam-f8v
    @AhmedAbduselam-f8v หลายเดือนก่อน +4

    ክልተ ቋንቋ ትግርኛ የለን ኢሌ ያአምን እዬ ህዚ
    But after the Eritrean defence force battling tigray people were feeling so sad
    Still tigray and Eritrean will be reunited as before.
    We Tigray people love the song on Abraham afewerqi
    He is still inside of our heart.
    R.I.P ❤

  • @simonnaizghi1942
    @simonnaizghi1942 5 ปีที่แล้ว +1027

    ................................
    ተስፋ እያ ስንቀይ
    👉ናይ ሎሚ ጽኑዕ ቆላሕታይ
    ንዝመጽእ ኣሕሚቐ
    ተጸሚመ ክምርሽ
    ሽግ ናይ ተስፋ ወሊዐ👈
    👉እወ ብዙሕ ተስፋ ኣለኒ
    ዋላ ዓይነይ እንዳነብዐ
    ኣብዛ ዓለም ብጽንዓት
    እንታይከ ከይመጸኒ ኢለ😍👈
    👉መሪር ጉዕዞ ሂወተይ
    ኣነ ድሩት ክእለተይ
    ተስፋ እያ ስንቀይ
    ተስፋ እያ ስንቀይ ሓቦ ቀለበይ💗
    ✌መሪር ጉዕዞ ሂወተይ
    ኣነ ዉስን ዩ ዓቕመይ
    ተስፋ እያ ስንቀይ
    ተስፋ እያ ስንቀይ ሓቦ ቀለበይ👆
    👉ሰላም በልዋ ተስፋ ሃብዋ
    ሰላም በሉለይ ተስፋ ሃቡለይ👈
    👉ሕተቱለይ ሰብ ቅያ
    ጽንዓት ንዝኣመኑ
    ኣብ ዓለም ዘመስከሩ
    ሂወት ተስፋ ምኻኑ
    ኣብ ታሪኽ ጽኑዕ እምነት
    ምጻሩ ዝሰልጠኑ
    ንሶም ጸይሮማ ክብሪ
    ራኢቶም ዘይምንኑ👈
    እምነት ድራሮም
    ተስፋ ዝስንቆም ሓቦ ቀለቦም
    👉ሃርጋፍ ዓለም ሃብታማት
    ዚ ተስፋ ዘይውንኑ
    እምነት ድራሮም
    ተስፋ ዝስንቆም ሓቦ ቀለቦም👈
    ሰላም በልዋ ተስፋ ሃብዋ
    ተስፋ ንገሩለይ ጸዋር ክትኮነለይ
    👉ኣሽንካይ ሎሚ ግዳ ሰላም ሰፊኑ ዘሎ
    ቀደም እካ ሓሊፉ ናብራ ሓሲሙ ከሎ
    ኣብ ጭንቀት ተዋሒጠ
    ዕድለይ ጸቢቡ ከሎ
    ቃሕ ኢልካ ሰማይ ምድሪ
    ረዳኢ ዘይመጾ ባሕሪ
    ተስፋ ዝ ስንቀይ ሓቦ ቀለበይ ኣሕሊፈዮ👈
    👉ቋሕ ኢልካ ሰማይ ምድሪ
    ረዳኢ ዘይመጾ ባሕሪ
    ተስፋ ዝ ስንቀይ
    ሓቦ ቀለበይ ኣሕሊፈዮ👈
    ሰላም በልዋ ተስፋ ሃብዋ
    ተስፋ ንገሩለይ ጸዋር ክትኮነለይ
    👉❤️🎷🎸🎤🎸🎻❤️👈
    👉ናይ ሎሚቅነ ቆላሕታይ
    ንዝመፅእ ኣሕሚቐ
    ተጸሚመ ክምርሽ
    ሽግ ናይ ተስፋ ወሊዐ👈
    👉እወ ብዙሕ ተስፋ ኣለኒ
    ዋላ ዓይነይ እንዳነብዐ
    ኣብዛ ዓለም ብጽንዓት
    እንታይከ ከይመጸኒ ኢለ👈
    👉መሪር ጉዕዞ ሂወተይ
    ኣነ ድሩት ክእለተይ
    ተስፋ እያ ስንቀይ
    ተስፋ እያ ስንቀይ ሓቦ ቀለበይ👈
    👉መሪር ጉዕዞ ሂወተይ
    ኣነ ዉስን ዩ ዓቕመይ
    ተስፋ እያ ስንቀይ
    ተስፋ እያ ስንቀይ ሓቦ ቀለበይ👈
    ሰላም በልዋ ተስፋ ሃብዋ
    ኣጆኺ በሉለይ ተስፋ ሃቡለይ
    👉ዓብዪ ብልሓታታት ተስፋ
    ጸገም ክምክተኒ
    ካብ ውሽጢ ዝመጸ ሓይሊ
    ክቕጽል ዝደፍኣኒ
    ዓሚቕ ጸልማት ከለኹ
    ጩራ ተስፋ ይመርሓኒ
    በይነይ ከለኹ ጽምዋ
    ኣብ ፊተይ ይመስለኒ👈
    ተስፋ እዩ ስንቀይ
    ተስፋ እዩ ሓይለይ ሓቦ ቀለበይ
    👈መሪር ጉዕዞ ሂወተይ
    ኣነ ዉስን ዩ ዓቕመይ
    ተስፋ ዝ ስንቀይ
    ተስፋ እያ ስንቀይ ሓቦ ቀለበይ👈
    ተስፋ በሉለይ ጸዋር ክትኮነለይ
    ተስፋ እመኒ ሓያል ሰብ ክትኮኒ
    👈ነዊሕ ግዜ መከራ
    እንታይ ሒዝካ ኣሕሊፍካዮ
    ጉዕዞ ናይ ዓቕሊ ጋና
    መን ኣሚንካ ከይድካዩ
    ሓወይ ብስራት ናይ ሰላም
    ታይ ዓጢቕካ ኣምጺእካዮ👈
    👉ኣብቲ ድሩት ክእለተይ
    ጽኑዕ ኮይኑ እምነተይ
    ተስፋ ዝ ስንቀይ
    ተስፋ እያ ስንቀይ ሓቦ ቀለበይ👈
    👉መሪር ጉዕዞ ሂወተይ
    ኣነ ዉስን ዩ ዓቕመይ
    ተስፋ እያ ስንቀይ
    ተስፋ እያ ስንቀይ ሓቦ ቀለበይ👈
    ሰላም በልዎ ተስፋ ሃብዎ
    ሰላም በልዎ ተስፋ ሃብዎ
    ተስፋ በሉለይ ጸዋር ክትኮነለይ
    ተስፋ ሃብዋ ሰላም በልዋ
    👉ኣጆኺ በልዋ ተስፋ ሃብዋ
    ሰላም በሉለይ ተስፋ ሃቡለይ
    ሰላም በሉለይ ተስፋ ሃቡለይ
    ኣጆኺ በልዋ ተስፋ ሃብዋ❤️👈
    Enjoy Lovers
    👉❤️🎷🎸🎤🎸🎻❤️👈

    • @abielnega1522
      @abielnega1522 5 ปีที่แล้ว +23

      simon Naizghi u r smart boy √√√√

    • @zezoaboody1904
      @zezoaboody1904 5 ปีที่แล้ว +9

      Tanks

    • @samilovexxxtentacionwelday6554
      @samilovexxxtentacionwelday6554 5 ปีที่แล้ว +8

      Danke bro

    • @user-ob2rs5rg5w
      @user-ob2rs5rg5w 5 ปีที่แล้ว +20

      ንዝገበርካዮ ፈተነ እንዳናአድኩ ትሕዝቶ ናይቲ ግጥሚ ግን ሙሉእ አይገበርካዮን

    • @msgannabaire
      @msgannabaire 5 ปีที่แล้ว +7

      Thank you for posting the lyrics

  • @Meko86
    @Meko86 8 หลายเดือนก่อน +11

    ኣብቲ 1 ዓመት ዝወሰደ ጉዕዞ ስደተይ ፈቀዶ ቤት ማሰርቲ ምስ ደርፍትት ኣብራሃም ኣፈወርቂ እየ ዝውዕል ነይረ። ኣብ 4 ቤት ማእሰርቲ ኣብ መናድቕ ነንሽተይ ጽሑፋት ውን ገዲፈ እየ።
    ኣብራሃም ብሉጽ ተስፋ ወሎዶይ ❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @eritreaeritrea9955
    @eritreaeritrea9955 5 ปีที่แล้ว +125

    😭😭😭😭😭 ንዓኻ ሕማቅ ሓሲቡ ዝበደለ ኣምላኽ ባዕሉ ይተሓሳሰቦ ምኽንያቱ ደርፍታትካ ምስ ሂወት ደቂስባት ዝጎዓዝ እዩ ሕማቅ ዉን ኣይወጸካን መንግስተ ሰማይ የዋርስካ

  • @Kiros.meksebalem
    @Kiros.meksebalem ปีที่แล้ว +17

    ናይ ሎሚ ጽኑዕ ቆላሕታይ
    ንዝመጽእ ኣሕሚቐ
    ተጸሚመ ክምርሽ
    ሽግ ናይ ተስፋ ወሊዐ
    እወ ብዙሕ ተስፋ ኣለኒ
    ዋላ ዓይነይ እንዳነብዐ
    ኣብዛ ዓለም ብጽንዓት
    እንታይከ ከይመጸኒ ኢለ
    መሪር ጉዕዞ ሂወተይ
    ኣነ ድሩት ክእለተይ
    ተስፋ እያ ስንቀይ
    ተስፋ እያ ስንቀይ
    ሓቦ ቀለበይ
    መሪር ጉዕዞ ሂወተይ
    ኣነ ዉስን ዩ ዓቕመይ
    ተስፋ እያ ስንቀይ
    ተስፋ እያ ስንቀይ
    ሓቦ ቀለበይ
    ሰላም በልዋ
    ተስፋ ሃብዋ
    ሰላም በሉለይ
    ተስፋ ሃቡለይ
    ሕተቱለይ ሰብ ቅያ
    ጽንዓት ንዝኣመኑ
    ኣብ ዓለም ዘመስከሩ
    ሂወት ተስፋ ምኻኑ
    ኣብ ታሪኽ ጽኑዕ እምነት
    ምጻሩ ዝሰልጠኑ
    ንሶም ጸይሮማ ክብሪ
    ራኢቶም ዘይምንኑ
    እምነት ድራሮም
    ተስፋ ዝስንቆም ሓቦ ቀለቦም
    ሃርጋፍ ዓለም ሃብታማት
    ዚ ተስፋ ዘይውንኑ
    እምነት ድራሮም
    ተስፋ ዝስንቆም ሓቦ ቀለቦም
    ሰላም በልዋ
    ተስፋ ሃብዋ
    ተስፋ ንገሩለይ
    ጸዋር ክትኮነለይ
    ኣሽንካይ ሎሚ ግዳ
    ሰላም ሰፊኑ ዘሎ
    ቀደም እካ ሓሊፉ
    ናብራ ሓሲሙ ከሎ
    ኣብ ጭንቀት ተዋሒጠ
    ዕድለይ ጸቢቡ ከሎ
    ቃሕ ኢልካ ሰማይ ምድሪ
    ረዳኢ ዘይመጾ ባሕሪ
    ተስፋ ዝ ስንቀይ
    ሓቦ ቀለበይ ኣሕሊፈዮ
    ቋሕ ኢልካ ሰማይ ምድሪ
    ረዳኢ ዘይመጾ ባሕሪ
    ተስፋ ዝ ስንቀይ
    ሓቦ ቀለበይ ኣሕሊፈዮ
    ሰላም በልዋ
    ተስፋ ሃብዋ
    ተስፋ ንገሩለይ
    ጸዋር ክትኮነለይ
    ናይ ሎሚቅነ ቆላሕታይ
    ንዝመፅእ ኣሕሚቐ
    ተጸሚመ ክስጉም
    ሽግ ናይ ተስፋ ወሊዐ
    እወ ብዙሕ ተስፋ ኣለኒ
    ዋላ ዓይነይ እንዳነብዐ
    ኣብዛ ዓለም ብጽንዓት
    እንታይከ ከይመጸኒ ኢለ
    መሪር ጉዕዞ ሂወተይ
    ኣነ ድሩት ክእለተይ
    ተስፋ እያ ስንቀይ
    ተስፋ እያ ስንቀይ
    ሓቦ ቀለበይ
    መሪር ጉዕዞ ሂወተይ
    ኣነ ዉስን ዩ ዓቕመይ
    ተስፋ እያ ስንቀይ
    ተስፋ እያ ስንቀይ
    ሓቦ ቀለበይ
    ሰላም በልዋ
    ተስፋ ሃብዋ
    ኣጆኺ በሉለይ
    ተስፋ ሃቡለይ
    ዓብዪ ብልሓታታት ተስፋ
    ጸገም ክምክተኒ
    ካብ ውሽጢ ዝመጸ ሓይሊ
    ክቕጽል ዝደፍኣኒ
    ዓሚቕ ጸልማት ከለኹ
    ጩራ ተስፋ ይመርሓኒ
    በይነይ ከለኹ ጽምዋ
    ኣብ ፊተይ ይመስለኒ
    ተስፋ እዩ ስንቀይ
    ተስፋ እዩ ሓይለይ
    ሓቦ ቀለበይ
    መሪር ጉዕዞ ሂወተይ
    ኣነ ድሩት ክእለተይ
    ተስፋ ዝ ስንቀይ
    ተስፋ እያ ስንቀይ
    ሓቦ ቀለበይ
    ተስፋ በሉለይ
    ጸዋር ክትኮነለይ
    ተስፋ እመኒ
    ሓያል ሰብ ክትኮኒ
    ነዊሕ ግዜ መከራ
    እንታይ ሒዝካ ኣሕሊፍካዮ
    ጉዕዞ ናይ ዓቕሊ ጋና
    መን ኣሚንካ ከይድካዩ
    ሓወይ ብስራት ናይ ሰላም
    ታይ ዓጢቕካ ኣምጺእካዮ
    ኣብቲ ድሩት ክእለተይ
    ጽኑዕ ኮይኑ እምነተይ
    ተስፋ ዝ ስንቀይ
    ተስፋ እያ ስንቀይ
    ሓቦ ቀለበይ
    መሪር ጉዕዞ ሂወተይ
    ኣነ ዉስን ዩ ዓቕመይ
    ተስፋ እያ ስንቀይ
    ተስፋ እያ ስንቀይ
    ሓቦ ቀለበይ
    ሰላም በልዎ
    ተስፋ ሃብዎ
    ሰላም በልዎ
    ተስፋ ሃብዎ
    ተስፋ በሉለይ
    ጸዋር ክትኮነለይ
    ተስፋ ሃብዋ
    ሰላም በልዋ
    ኣጆኺ በልዋ
    ተስፋ ሃብዋ
    ሰላም በሉለይ
    ተስፋ ሃቡለይ
    ሰላም በሉለይ
    ተስፋ ሃቡለይ
    ኣጆኺ በልዋ
    ተስፋ ሃብዋ

  • @user-rg7lg4ph7k
    @user-rg7lg4ph7k 3 หลายเดือนก่อน +9

    ከምዚ ከማይ ኣብ 2024 ትሰምዓ ዘለኻ ከይ ረገጽካ ከይ ትሓልፍ❤❤❤

    • @HenokkeseteRami
      @HenokkeseteRami 7 วันที่ผ่านมา

      Kegermeka kesab hji yiesemaa aleku habibi sirak weldeab siku style from cairo

  • @user-hs2cs4kg7v
    @user-hs2cs4kg7v 5 ปีที่แล้ว +217

    ኣነ ኣብ ግዕዞ ሂወተይ ኣብርሃም ኣፎርቂ እዩ ስንቀይ እንቓዕ ናትና ኮንካ ጅግና መምህር ሂወት
    I love you ❤

    • @filmonyemane3534
      @filmonyemane3534 5 ปีที่แล้ว +1

      Ya Muksi

    • @user-ki8gj2ys6h
      @user-ki8gj2ys6h 4 ปีที่แล้ว +2

      Barya okubagaber abrham kemakum yelen ❤️❤️❤️❤️❤️❤️🙏🙏🙏😭💯

    • @yenamerbekele9152
      @yenamerbekele9152 4 ปีที่แล้ว +2

      RiP

    • @seliseli4207
      @seliseli4207 4 ปีที่แล้ว +2

      From tigray abraham afeworki is alweys in my hart

    • @yenamerbekele9152
      @yenamerbekele9152 4 ปีที่แล้ว +3

      Rip my love

  • @user-qg9ky4eb4v
    @user-qg9ky4eb4v 4 หลายเดือนก่อน +4

    ወትሩ ኣብ ዉሽጥካ ኣትዩ ተስፋ ዝህበካ ደርፊ ዘይምኖ ❤❤❤❤❤❤❤

  • @Alekubani12
    @Alekubani12 ปีที่แล้ว +8

    ንግሆ ምድሪ ተስፋ ቆሪጸ ስልችው ኢሉኒ ግን ኣብርሸይ ኣቦ ተስፋ ተስፋ ኮንካኒ ኣብ ልብና ኣለኻ ተስፋ ኣይንቁረጽ ኣቱም ሰባት ጸሎት ነብዝሕ 💔😌😌😌🙏❣️

  • @freedompeace3359
    @freedompeace3359 4 ปีที่แล้ว +89

    ኤርትራውያን ንፋቀር! ሐደ ልቢ ንኩን! ከይተፈላሌና የሕዋት ኤርትራዌያን ከብለና ዝክእል ! ንሱ እዩ!🌷🌷🌷🌷🌷

  • @PremBahadurBogati
    @PremBahadurBogati หลายเดือนก่อน +1

    Huge love from Nepal 🇳🇵🇳🇵🇳🇵🇳🇵🇳🇵 & watching from JAPAN 🇯🇵 🇯🇵🇯🇵🎌🎌🎌. It’s very heart touching music and listened more than 100 times. I love you @abraham❤❤❤❤❤❤

  • @herihero4255
    @herihero4255 5 ปีที่แล้ว +56

    ናይ ሎሚ ጹኑዕ ቆላሕታይ ንዝመጽእ
    ኣሕሚቐ ተጸሚመ ኽምርሽ
    ሽግ ናይ ተስስፋ ወሊዐ
    እወ ቡዙሕ ተስፋ'ለኒ
    ወላ ዓይነይ እንዳ ነበዐ።
    𝑨𝒃𝒓𝒂𝒉𝒂𝒎 𝑨𝒇𝒆𝒘𝒆𝒓𝒌
    🇪🇷🇪🇷🇪🇷🤝👌

  • @teddytvteddytv8191
    @teddytvteddytv8191 4 ปีที่แล้ว +17

    አየ ወ ክንደይ ሽግር ወ ብተስፉ ሓሊፉ አብ ሊብያ፣ አብኡ ዘለውን አብ ካልእ ሽግርን ዘለው አዋጽኦ ይፊጠረሎም።

  • @user-ox3jr8ig6m
    @user-ox3jr8ig6m 4 ปีที่แล้ว +13

    ተስፋያ ሰንቀይ
    ኣብርሸይ ኣብ ገነት የንብርካ

  • @tesfahagerey5625
    @tesfahagerey5625 5 ปีที่แล้ว +72

    ሓወልቲ ኣብራሃም ኣፈወቂ ኣብዛ ናይ ፑሽኪን ዘላታ ክትስራሕ ኣለዋ።

  • @yimenu_ethio
    @yimenu_ethio 3 หลายเดือนก่อน +3

    this is many ethiopian memories. great time
    Waaaa
    from Ethiopia

    • @semusemu6724
      @semusemu6724 หลายเดือนก่อน

      Beteley trgumu btawkut

  • @user-xs7zi6ll6j
    @user-xs7zi6ll6j 5 ปีที่แล้ว +65

    ዕልልልልልልልልልልል ዘይ ሰማዓናዮ ዘይ ተዘርገሐ ተልዩ ክትዝግሕልና ንላበወኪ ሓብትና ናይ ኣብሪሽ ኩሉ መግቢ እዩ።

  • @dreamdoit9434
    @dreamdoit9434 4 ปีที่แล้ว +44

    RIP~ ABRHAM~AFWERKIE 😢❤💧
    AAAAA
    AAA AAA
    AAA AAA
    AAAAAAAAAA
    AAA AAA
    AAA AAA
    i am proud to be eritrean... “we all die. The goal isn’t to live forever, but to create something that will.” ╭┈┈┈┈╯   ╰┈┈┈╮
     ╰┳┳╯    ╰┳┳╯
    💧
           💧 TESFA 'YA SINQEY"

  • @luwamgebremikael6727
    @luwamgebremikael6727 3 ปีที่แล้ว +80

    ተስፋ'ያ ስንቀይ ...!
    ሂወት ብዘይ ተስፋ፡ ተስፋ ብዘይ ሱጉሚ ኣይከዳን እየን።
    💖💖❤️❤️🙏

  • @eagleriver2751
    @eagleriver2751 5 ปีที่แล้ว +50

    ተስፋ'ያ ስንቀይ 🙏🏾
    ደጋጊምካ ዘይምኖ ሰሚዕካ ዘይጽገብ ሙኡዝ ዝኮነ ደርፍታት እንተሎ ብርግጽ 100% ናይ ኣብርሃም ኣፈወርቂ ጥራሕ'ዩ ክከውን ዘለዎ።🇪🇷❤

    • @yonasyemane
      @yonasyemane 7 หลายเดือนก่อน +1

      Mesaka Aleku hawey 👍

  • @crsjunior2676
    @crsjunior2676 4 ปีที่แล้ว +21

    ን አብርሽ ዝኮን comment የብለይን !
    አብ ገነት የንብርካ ፈጣሪ !!!
    ተስፋ'ያ....

  • @asmeromtewelde7535
    @asmeromtewelde7535 4 ปีที่แล้ว +11

    መንግስተ ሰማይ የዋርስካ ኣቦ (ልበይ❤) i love you my hero

  • @D_SALU
    @D_SALU 3 ปีที่แล้ว +8

    መምህር ሂወት ኣብርሃም ኣብ ገነቱ የንብርካ ፈጣሪ ኩሉ ዓለም ኣሕሕሕሕ😭😭😭

  • @DejenTeklit
    @DejenTeklit 3 ปีที่แล้ว +12

    ኣብ ደመይ ዝሰረጽ ዘዕበየኒ ደርፊ ኣብርሃም ኣፈወርቒ ንዘልኣለም ኣለኻ ኣብ ልብና! ኣብዛ ዓላም ጭንቕ ክብለካ ክልተ ኣማራጺ ኣለካ፥ ወይ መጽሓፍ ቕዱስ ተንብብ'ሞ ትጸናናዕ ወይ ድማ ደርፊ ናይ ኣብርሃም ኣፍወርቒ ትሰምዕ'ሞ ተስፋ ትሰንቕ!

  • @user-rc9wv9uw9q
    @user-rc9wv9uw9q 4 ปีที่แล้ว +8

    ኣብሩሽ ነዓይ ኢሉ ዝደረፋ ይመስለኒሎ ተሰፋ ሃብዋ .... መንግስተ ሰማይ የዋርስካ ኣቦ ጥበብ 💘

  • @abrahamafewerkiaraya699
    @abrahamafewerkiaraya699 3 ปีที่แล้ว +6

    ከምዚ ከማይ ኣብራሃም ከይ ሰመዐ ዘይ ውዕል እስኪ ረገጽኒ ኣቦ ተስፋ ኣብሃም ሓወይ ናተይ ከም ልበይ

  • @zemezemen4431
    @zemezemen4431 5 ปีที่แล้ว +11

    ናይ ኮባኹብቲ ኮኾብ። ኣብ ገነቱ ይቀበልካ ፈጣሪ።

  • @robi-gu3gu
    @robi-gu3gu 5 ปีที่แล้ว +17

    ናይ ባሓቂ መምህር ኣብራሃም ኣዚያ. ተስፋ. ሓቦ .ቆራጽነት. ዓቅሊ. ተጻወርነት. ተስንቅ ብሉጽቲ ካብተን ዝፈትውን ደርፍታት ኣብርሂሞ ዓክክ ብቃላትካ ተማህርና ተስፋ ሰንቅና እና ሞ ወትሩ ኣብ ልቡና እካ ኣምላክ መንግስተ ሰማይ የዋርስካ።

  • @elilitansangualan5948
    @elilitansangualan5948 ปีที่แล้ว +3

    ጉዕዞ ናብ ዓዲ ጓና ንመን ኣሚንና መጺእናዮ (ተስፋ) 😢

  • @user-mf1ll1dw7s
    @user-mf1ll1dw7s 4 ปีที่แล้ว +25

    ተስፋ ኢያ ስንቀይ ናይ በሓቂይ ኣቢይ ኣቦ ግጥምን ዜማን ነዚኣ ተንብብ ዘለኻ ወዲይ ሓላል መሬት ቅዱሱን ብሩኹን ሰንበት ይግበረልና

    • @michalehabte8040
      @michalehabte8040 5 หลายเดือนก่อน +1

      ግጥሚ ኣኽሊሉ ተስፋጼን ዩ ኢብዎ

  • @ItIsNotLate
    @ItIsNotLate 2 ปีที่แล้ว +2

    እዚ ደርፍታት ክሰምዖ ከለኹ መመሊሱ ይሕድሰኒ ቅድሚ ሕጂ ዘይስማዕክዎ ኴይኑ ይስመዓኒ። ብስላም ዕረፍ ኣብራሃም፣ ሓድግታትካ ተስፍ የስንቕናን ንሂወትና ትርጕም ንክህልዋ ይገብረና ኣሎ። ተስፋ ክስእን ከለኹ ዓሰርተ ይስምዓ እሞ ሽዑኡ ልበይ ብተስፋ ይመልእ። የቐንየልና ኣብራሃም።

  • @Yod1728
    @Yod1728 4 ปีที่แล้ว +37

    I love you abrsh, R.I.P🙏 this song always reminds me "gezana" back home❤❤🙏🙏🙏

  • @kemdlayey2493
    @kemdlayey2493 5 ปีที่แล้ว +20

    ዝጽበያ ዝነበርኩ ተስፋ ያ ስንቀይ ኣብርሽ መምህረይ

  • @elsahagos1792
    @elsahagos1792 5 ปีที่แล้ว +11

    ኣብርሽይ ሂወት ተስፋ ፍቅሪ ኩሉ ኢኻ 👍💖💖❤️❤️❤️❤️❤️❤️🌹🌹🌹🌹🌹💖❤️💖❤️

    • @milenyehdego6602
      @milenyehdego6602 4 ปีที่แล้ว +1

      Hej!
      ?
      Skolan är stängd torsdag 19/9.
      ?
      The school is closed Thursday 19/9.
      ?
      Hälsningar,
      ?
      Viktoria

  • @berakiflubahta9458
    @berakiflubahta9458 5 ปีที่แล้ว +26

    Nay abrihimo derfi ms tseme msah drar ayedlekan eyu
    Legend

    • @user-xt1hb9wq2p
      @user-xt1hb9wq2p 3 ปีที่แล้ว +1

      ❤ ane terah ayneberkun , wey ke tesfa megbi eyu

  • @hdebesai3033
    @hdebesai3033 4 ปีที่แล้ว +23

    ሓደን ንዘልኣለም ተስፋ ዝህበኒ ስነ ጥበባዊ ኣብ ‘ዛ ፕላኔት ነብሰ ይምሓር ኮኾብ ናይ አፍሪካ

  • @yednekfikru5902
    @yednekfikru5902 5 ปีที่แล้ว +54

    he is so talented and amazing every time i listen it. so much lov and respect from Ethiopia!!!

  • @user-vn5rd1lt1b
    @user-vn5rd1lt1b 4 ปีที่แล้ว +11

    tesfa 'ya sinqey ab 17/12/2019 zsemia min alo ente halikum alena belo deqi Eri yho abraham afewerki amlak ab genetu yiqebelka bro we Love u for ever

  • @kidaneteklesenbet5306
    @kidaneteklesenbet5306 5 ปีที่แล้ว +75

    ነመስግነካ ኣብርሃምኖ ተስፋ ዘስነቅካና
    ዘይነጽፍን ዘይውዳእን ነባሪ ስራሕ ገድፍካልና‼️❤️

  • @EthioMust
    @EthioMust 5 ปีที่แล้ว +120

    በወጣትነቱ ቢለየንም ስራዎቹ ግን ምንግዜም ህያው ያደርጉታል!! በእውነት አብርሽን ማጣት ያስለቅሳል

    • @hadishalazar6071
      @hadishalazar6071 3 ปีที่แล้ว +4

      Who are you? That’s what i feels about you guys.iim sorry guys I’m high

    • @yoditdesalegn7136
      @yoditdesalegn7136 3 ปีที่แล้ว

      Exactly true betame

    • @tete8293
      @tete8293 3 ปีที่แล้ว

      @@hadishalazar60713535²32 wwra5s4253s⅖q4w22 33szf4d³123d4365a54ws

    • @tete8293
      @tete8293 3 ปีที่แล้ว

      @@hadishalazar60713535²3252 wwra5s4253s⅖q4w22 33szf4d³123d4365a54ws

  • @user-vp9fr1rr1t
    @user-vp9fr1rr1t 4 ปีที่แล้ว +7

    ብደርፍታትካ ፍቅሪ ሓልዮት እምነት መንነት ተስፋ ተመጊበ እየ ም። እንቃዕ ቃንቃይ ትግርኛ ኮነ rip our legend !!!

  • @haile.785
    @haile.785 5 ปีที่แล้ว +12

    ኣብርሽ ሃላል ኒስካስ ክርብ ጽንህ እዶ ኣይምበልካልናን ኣለም ጎዶሎ RIP.

  • @rawdaabdella4642
    @rawdaabdella4642 4 ปีที่แล้ว +2

    Abrahmey enka nahina koyinka ERITRWi kulu gez ab libey❤❤💋💋🇪🇷🇪🇷🇪🇷💘💘

  • @specialmultimedia
    @specialmultimedia 4 ปีที่แล้ว +21

    I HERE IT SO MANY TIMES Ertrean brothers and sister GOD BLESS YOU የምር በጣም ከመዉደዴ የተነሳ ደጋግሜ ሰማሁት ኤርትራ እህት ወንድሞቼ ሁሌም እንናፍቃችኋለን ሰላማችሁን ያብዛዉ ያብዛልን

    • @marvj5627
      @marvj5627 4 ปีที่แล้ว +7

      peace and love to you brothers and sisters. we love you more . thank you .

  • @DrBin-em5hv
    @DrBin-em5hv 5 ปีที่แล้ว +6

    Nzelalem ktkebr eka🙏🏿💒🙏🏿💒🙏🏿💒🙏🏿💒🙏🏿💒🙏🏿💒🙏🏿💒

  • @medhaniegenzebu6945
    @medhaniegenzebu6945 5 ปีที่แล้ว +160

    ተስፋ ያ ሰንቀይ ኣብራሃም ዓቢ መምህር።

    • @meashogerye1268
      @meashogerye1268 2 ปีที่แล้ว +7

      ብልክዕ ተስፋ እዩ ስንቀይ

    • @febengebrehiwet9840
      @febengebrehiwet9840 2 ปีที่แล้ว +1

      @@meashogerye1268 Aaaaaaaaaaaaaaaaaaaa

    • @mulueabrhaley2441
      @mulueabrhaley2441 2 ปีที่แล้ว +1

      መምህር ተስፋ መምህር መንእሰይ ጸጽቡቂ ኩሉ ኢኻ!!

    • @user-ie5jo1kh9s
      @user-ie5jo1kh9s หลายเดือนก่อน

      ​@febengebrehiwet984😅0

  • @aleygoitom8369
    @aleygoitom8369 4 ปีที่แล้ว +2

    መን ኣሎ ከምዚ ናተይ ዘጋጠሞ : ብሰንኪ ጣዕሚ ዜማታቱ, ግጥምታቱ ከስተማቕሮም ዕድል ኣይረክብን :::::::::::
    ንዝመጽእ የሕሚቐ: ወላ ዓይነይ እንዳ ነብዐ :
    ጸገም ክምክተኒ: ኣብ ፊተይ ይመስለኒ :
    ረዳኢ ዘይቡሉ ባሕሪ ተስፋ ቀለበይ ::golden tongued Legend.

  • @eyob4271
    @eyob4271 4 ปีที่แล้ว +69

    I don't know why I feel crying when I listen this song. Rest in peace, the one and only one Abraham Afewerki.

    • @abrahamtsegay6569
      @abrahamtsegay6569 2 ปีที่แล้ว +4

      Cuz its bring you back to your old life with ur family with friends and in ur country which had you a good life .

    • @lewhleytiade9541
      @lewhleytiade9541 2 ปีที่แล้ว +2

      I still cry bro

  • @abebetesfa33
    @abebetesfa33 2 ปีที่แล้ว +19

    Wow! My beloved Eritrean Fathers Mothers Brothers & Sisters Long Live to you & all members of your Family.

  • @temelsoberhe2608
    @temelsoberhe2608 ปีที่แล้ว +6

    Whenever I feel like giving up immediately go to TH-cam and play this music I refresh my brain then keep fighting so thank abrish we live by your music

  • @Kiros.meksebalem
    @Kiros.meksebalem หลายเดือนก่อน

    ሕጂስ ተስፋ ጸንቂቅና ኢና ይኣክለና ኣብርሽ ኣብ ሸዊት ዕድሜና ሞት ክትጽዋዓና ኢና ጾሎት ንገብር ዘለና ክንትስእን ክድቅስን 😢😢😢 ኣብርሽ ንዓካ የማስለና

    • @user-pl9ow5vl7v
      @user-pl9ow5vl7v หลายเดือนก่อน

      ኣጆኻ ኩሉ ፈጣሪ ኣለዋ ጾሎት ጥራይ ንግበር😢❤❤❤

  • @yaredyesfayebutele3128
    @yaredyesfayebutele3128 ปีที่แล้ว +2

    From Ethiopia i don't now the mining but when i Liston these music i cry love You 🇪🇷🇪🇷🇪🇷 love you wedi afewerkiiiii

  • @marthachanel1821
    @marthachanel1821 4 ปีที่แล้ว +14

    ኣብ ሂወተይ እቲ ዓቢ መምህር ቅጻሊ ኣብ ጉዕዞ ሂወተይ ዘሳልየኒ ኣብርሃም ኣፈወርቂ ፡መምህር ናይ ሂወተይ

  • @peacepilot2251
    @peacepilot2251 4 ปีที่แล้ว +3

    Legend እዋይ ንእስነተይ ኣዘኪርካኒ።ይበኪ ኣለኹ እዚ እንዳሰማዕኹ።ዛህር ጠፋ ኮለና ኣብ ኣስመራ ጅሮ እንዳገበርና፣ኣብ ባራት እንዳጨረምና ኩሉ ተዘኪርኒ።ተስፋ እዩ ስንቀይ።

  • @SeswDswe
    @SeswDswe หลายเดือนก่อน

    ተስፋ ምቅራጽ ማለት ናብቲ ዝፈጠረኻ ፈጣሪን ናብ ነብስኻን ዘይምእማንን፡ስለ፡ዝኮነ ተስፋ ኣይቱቕረጹ ህዝበይ ❤ፈጣሪ ንኹሉ ነገር ክቕይረልኻ ከም ዝኽእል ምእማን ዩ ተስፋ ማለት ።ትስፉዋት ንኹን ❤

  • @wizfugra2920
    @wizfugra2920 5 ปีที่แล้ว +119

    ----ተስፋ እያ ስንቀይ ----
    ተስፋ ጌርና ንኹሉ ንጸሮ እሞ ንስዕሮ
    መንግስቲ ሰማይ የዋርስካ ንጉስ ጥበብ
    ጸላእትና ጹቡቕ ገርና ስለ ንፈልጦም ጽቡቕ ገርና ኢና ብሕግን ብሓይልን ኩሉሳዕ ንስዕሮም ዓፍራኦም ከኣ ውጺኢት ውሽጣዊ ክፍኣቶም ስቓዮም ኢዩ ብዓል ሽንፍላ ህግደፍ ጸረ ህዝቢ ኤሪትርያ ንስኹም ኣዚለ ምሃይምነት ዘይ ኣትፋእኩም ሲ ክንደይ ዓማጺ ተፋንዩ ማዓልትኩም ኣኪላ እያ 2021 ሱርኩም ኣይ ክርከብን ዩ 100%

    • @ghfg418
      @ghfg418 5 ปีที่แล้ว +1

      Kini bro 👊💥 fugra

    • @dnadna5309
      @dnadna5309 4 ปีที่แล้ว

      Sahsah zerii telam kabakaa etomm enda jihad abarka zkalesu zelowu yhshu seb metkel. Medharhari megdiie tray tihusu ab adii sdett konkaa eimaroo wahidd bejaa ezomm jeganu eplf fighters 7t mamukk etoo malelit wahidd

    • @waterfull2907
      @waterfull2907 4 ปีที่แล้ว

      Kla siq bel gunuuf!
      Ab feqedooo Europa dea Lemin lemaani.
      Sir'ka Zey'Atekia's buzuh tifikir Lumus nay shigara.😅

    • @jemalmolay7085
      @jemalmolay7085 4 ปีที่แล้ว

      Kkkkkkk fikari

    • @jemalmolay7085
      @jemalmolay7085 4 ปีที่แล้ว

      Kkkkkkk fekari

  • @filieri9056
    @filieri9056 5 ปีที่แล้ว +5

    Abrhimo abi seb nay bhaki tesfa eyu snki abza alem 😍😍😍😍😍😍😍

  • @desiemhreteab2835
    @desiemhreteab2835 5 ปีที่แล้ว +4

    Nay bahaqi ajoka ajoka ajoka awrdelna nayti kubur snetbebawi Abraham Afewerki.

  • @henokmehari7119
    @henokmehari7119 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤❤ Abraham my king ❤❤❤❤❤❤ 2024 blbi eye zftwa ezia derfi deqi rimey and deqi meley selam ymnyelkum

  • @WediMekelle
    @WediMekelle หลายเดือนก่อน

    Abrham afwerki the legend eritrean singer, we love you. Kulu gize ab libena. Tesfa eya sinkey

  • @helenteklemariam8339
    @helenteklemariam8339 5 ปีที่แล้ว +4

    Tesfa eyu sinkey nay behaki abram memhir ab genetu yesfrka amlak 🙏😘🥰

  • @NAman-cb4tl
    @NAman-cb4tl 3 ปีที่แล้ว +11

    Abraham Afewerki was a great loss for our Eritrea R.I.P! He was a great singer, his songs are relatable and wonderful. At least he left us with great memories! God Bless!

  • @zebibmilat9988
    @zebibmilat9988 2 ปีที่แล้ว +1

    Tesfa Abe zekorxelu kulu gezya beza derfy eya tesfa zesanek 🙏😇😇😇 you are my hero abrhamey 🇪🇷🇪🇷🇪🇷 kulu gezya Abe lebna💔🙏

  • @selihommedhanie1598
    @selihommedhanie1598 ปีที่แล้ว +1

    ኣጆና ክሉ ሰላም ክኸዉን እዪ ኣጀኹም፡ኣጀኹም ደቂ Eri klu kem,semay mdrn ዚገበረ ፈጣሪ ክኸዉን እዮ

  • @tesfahagerey5625
    @tesfahagerey5625 5 ปีที่แล้ว +4

    ዋው እንዳ ተፈለጠኒ ከምዚ ኤለትርክ ዝሓዘኒ ተዘዝዝዝዝዝ ይብለ ሓጎስ ውርርርርርር ይብለኒ እንዳ ተፈለጠኒ!!!!

  • @samsonzemicheal2875
    @samsonzemicheal2875 4 ปีที่แล้ว +4

    ተስፋ ክብል ከሎ
    ተስፋ ትሰንቅ
    እምነአት ክብል ከሎ
    እምነት ተጥሪ
    ሓቦ ክብ ል ከሎ
    ክሉ ህወትና ዝሰርዓልና ህወአት ዝዘርኣልና ሰነ ጥበባዊ ....ገሊጽዎ ኣሎ እሞ ንግለጾ በሉ ኣብ ህወትና።

  • @samueltesfamariam424
    @samueltesfamariam424 5 ปีที่แล้ว +6

    Our legend! your work will be cherished forever!!

  • @mkmz7
    @mkmz7 5 ปีที่แล้ว +189

    ደርፍታት ኣብራሃም ኣፈወርቂ እናክሰምዕ ዝስመዓኒ ፍሉይ ነገር ኣሎ፡ ንሱ ድማ ኣብራሃም ብሓቂ ድዩ ሰብ ጥራይ'ዩ ኔሩ ዝብል ሕቶዩ፧ ማለትስ ፍቕሪ ክሰብኽ ዝመጸ መልኣኽ ኔሩ ከይከውን።

    • @aronwedieri
      @aronwedieri 3 ปีที่แล้ว +1

      Kemu endyu emo brother

    • @habtutrfu8543
      @habtutrfu8543 3 ปีที่แล้ว +1

      ናይ ባሓቂ

    • @amanyobel7761
      @amanyobel7761 3 ปีที่แล้ว +3

      NSeb habo natu ..egizabier kae yifetu. Arku seb eyu neru...kem seb gin n fiqiri (nefiqaritika..n hagerka n sidiraka .n egizbiaer n nebisika) gelixiwo..tubuq geru..

  • @michealitelos6332
    @michealitelos6332 5 ปีที่แล้ว +8

    Father of love you much loved by all of us Eri HERO!

  • @sabaasrate7210
    @sabaasrate7210 2 ปีที่แล้ว +5

    You are extremely always special and you are not died, because all your legendary works are live for ever ❤💜. OMG OMG OMG you are extremely ❤♥ always 👏Dearly a professional and an outstanding 👏successful 👏 singer.

  • @BahebelomZerom
    @BahebelomZerom 3 หลายเดือนก่อน

    ጉዕዞ ናብ ዕዱ ጓና ንመን ኣማንና መጸእናዮ ተሰፍ

  • @dawitfikadu8348
    @dawitfikadu8348 หลายเดือนก่อน +1

    Nostalgia ...am in love with this song from ethiopia but i dont know z meaning ..tnk u our legend

  • @erilove6277
    @erilove6277 5 ปีที่แล้ว +132

    ኣብራሃም ንዓካ ሽሕ ለይክ ኣታ ንስካ ንዓይ ኩሉ ኢካ

    • @user-xz9ch8fy2k
      @user-xz9ch8fy2k 4 ปีที่แล้ว +1

      Tesfalem abraham miss u bro .

    • @KusuKusu-gd5on
      @KusuKusu-gd5on 4 หลายเดือนก่อน

      Abiteyy kingl❤❤❤

    • @user-ie5jo1kh9s
      @user-ie5jo1kh9s หลายเดือนก่อน

      ​@@user-xz9ch8fy2k❤

  • @gottistliebe4110
    @gottistliebe4110 5 ปีที่แล้ว +4

    Ahhhhh Abrish shkorr I love you ተስፍ ያ ሰንቀይ legend abrsheyyy memhr hiwet ❤❤❤❤🇪🇷

  • @Joel23736
    @Joel23736 5 ปีที่แล้ว +75

    When I ever think of music
    The first person that comes into my mind is Abraham Afewerki

  • @stk1975
    @stk1975 5 ปีที่แล้ว +14

    Oh my God, for year I have been missing Abraham on the Internet all I was listing was the new Eritrean music that sounds like Agame music.

  • @amanuetadesse9935
    @amanuetadesse9935 4 ปีที่แล้ว +7

    Abrshe we miss you from Ethiopia 🇪🇹

    • @Rahawa91
      @Rahawa91 6 หลายเดือนก่อน

      📗📒📕🙏🏻

  • @robeltesema4265
    @robeltesema4265 ปีที่แล้ว

    ናይ አብራሃም ደርፊ ከይሰማዕኩላ ዝሓለፍኩ መዓልቲ የላን።

  • @bakeetozzoz4416
    @bakeetozzoz4416 4 ปีที่แล้ว +2

    ابرهام أفورقي الفنان الإنسان الله يرحمك تركت لنا حروف لن ننساها حروف ألقتك بين شعبك ومحبينك ايها الفنان الجميل كن بسلام في قبرك

  • @jhonyemane7693
    @jhonyemane7693 5 ปีที่แล้ว +6

    Abraham afewerki you are my favorite musican so l Love you forever ❤❤❤❤💖💖💖😙😙😙😍😍😍

  • @samsomsamsom5731
    @samsomsamsom5731 5 ปีที่แล้ว +18

    ተስፋ ዪ ስንቀይ
    እውይ ከብደይ
    ግልብጥብጥ ኢልኒ

  • @kidanemhret5257
    @kidanemhret5257 4 ปีที่แล้ว +2

    አብርሀም.. .....!!!!!።.አቺደንተ
    ዓለም......ትሽዓተ
    ሂወቱ ዘሕለፈት
    ንብዓል ውዕለት
    ኮንቱ ..ኾነት ዕለት

  • @kabeman1867
    @kabeman1867 ปีที่แล้ว +1

    አብርሃም በጣም ምወድህ አርቲስት ኤርትራ ❤❤❤❤❤😢

  • @juletomas1138
    @juletomas1138 3 ปีที่แล้ว +3

    10. 000 ግዜ ሰሚዐያ ይኮውን እዛ ደርፊ ። ኣብርሃም መንግስተ ሰማይ የዋርሶ

  • @yohanme632
    @yohanme632 4 ปีที่แล้ว +6

    I don't know who dislike this beautiful music.. " YOU MUST BE MISERABLE PERSON".

  • @merhawiweldeyesus1757
    @merhawiweldeyesus1757 4 ปีที่แล้ว +2

    ኣብርሃም ኣፍውርቂ መምህር ናይ ሂወቲ ፍቅር ስኒት ሓቦ

  • @azmeradebesay9900
    @azmeradebesay9900 4 ปีที่แล้ว +5

    Eway abrimo ab tesfa nay essay when i look Down my life i am going to you TH-cam & hearing your song after that i keep up my life by diong Well

  • @banasweet2607
    @banasweet2607 5 ปีที่แล้ว +7

    Nay Abreham musica kesemeo aydelen ye meknyatu entjemrio kekaretso Aykeleen sel zekonku Love u king Af

  • @ShawelayMeley
    @ShawelayMeley 5 ปีที่แล้ว +8

    ተስፋ ዪ ስንቀይ ኣብርሽ

  • @merhawilbsu8458
    @merhawilbsu8458 4 ปีที่แล้ว +8

    መን ኣሎ 7/6/2020 ድሰማዓ ነዛ ደርፊ ።

  • @SmilingApron-gf5rr
    @SmilingApron-gf5rr 4 หลายเดือนก่อน +1

    I love you deqi erey komentkum kulu ambibeyo des eluni abrish kea❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤!!!!!!!!!!!!!!!

  • @teddyyimermariyezeethiopia878
    @teddyyimermariyezeethiopia878 2 ปีที่แล้ว +26

    My Eritrean friend invite me this song 🎶
    Is beautiful and love it !!! Rip abraham, he is so talented .. hope he is in a happy place , heaven , now 🙏🏽
    My Eritrean ppl no one look like me than you … we ll be the best friendly countries … u are welcome to Ethiopia , is ur home 🏡💚💛❤️🇪🇷🙏🏽