Eritrea music Abraham Afewerki - Mnbar/ምንባር Official Audio Video

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 27 ธ.ค. 2024

ความคิดเห็น • 1.6K

  • @eriboy5331
    @eriboy5331 3 ปีที่แล้ว +1737

    ደቂ ኤረይ ድሕር 5 ዓመት ኣብ ኢሮፓ ኮለል ሎሚ ኣብ ፍራንሳ ናይ 10 ዓመት ሂቦምኒ ኮንግራ እስከ ቦልኒ ካብ ሎሚ ትደግምዋ ዘለኩም 21 04 2021🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

    • @fifaclubworldcuphighlits1744
      @fifaclubworldcuphighlits1744 3 ปีที่แล้ว +27

      congra zearkey

    • @eritreanyouth4160
      @eritreanyouth4160 3 ปีที่แล้ว +16

      congra ዝዓርከይ እንኳዕ ኣሐጎሰካ🎁🎁🎁🎁🎁

    • @semerefesum663
      @semerefesum663 2 ปีที่แล้ว +37

      ኣድና ክንከይድ ዳ ክይትብሉ።

    • @amirferej146
      @amirferej146 2 ปีที่แล้ว +5

      Congra habibi

    • @awetweldrufal3379
      @awetweldrufal3379 2 ปีที่แล้ว

      Congratulations my dear brother from the other mother love you bro 🎹🎸🎶🎛🎸🎶🇪🇷

  • @روبيلكينك
    @روبيلكينك 3 หลายเดือนก่อน +74

    😢😢😢😢ነዚ ሙዚቃ ኣብ 2024 ዝሰምዕ

    • @nyg2212
      @nyg2212 3 หลายเดือนก่อน +1

      Alena❤

    • @RobelMukur
      @RobelMukur 2 หลายเดือนก่อน

      ​❤@@nyg2212

    • @Shewityemaneyemane
      @Shewityemaneyemane 2 หลายเดือนก่อน +1

      ኣነ ኣነ

    • @FevenFsaha
      @FevenFsaha หลายเดือนก่อน +1

      Aleku😢😢

    • @AAGTOSS
      @AAGTOSS 5 วันที่ผ่านมา

      ገና ገና ኣብ 20124 ክስማዕ እዩ። ኣብራሃም እንበር እዩ ❤❤❤

  • @meaditv2000
    @meaditv2000 5 ปีที่แล้ว +769

    #0001
    ምንባር
    ======
    ጩራ ወጋሕታ ኣዕዋፍ ክዝምራ
    ከም ትማል ከም ጽባሕ መዓልተይ ጀሚራ
    ምንባር ንኹሉ ምጅማር
    በብመንገድና ሂወት ንስጉማ
    በብዝጥዕመና ንዕድልና ንገጥማ
    ምንባር ዕላማ ናይ ሓባር
    ዘይዓርፍ ጉያ ብዙሕ ሜላ ንናይ ሓባር ሙያ
    ምንባር ከይገብረካ ምጽዋት
    መዓልታዊ ጉያ ነብሰ ወከፍ ንናይ ሓባር ሙያ
    ምንባር ንዘለካ ምፍቃር
    ሸውዓተ ጊዜ ወዲቕካስ ሸሞንተ ጊዜ ትትስእ
    ምስ እምባ ኩርባ ክትወጽእ
    ኩሉ ክንኪ ዘይኮነስ ንክውስኽ እዩ ዝነብር
    ዝጽዕር ዓቕሙ ዝገብር
    ካብቲ ሕማቕ ዝገጥመኒ
    ኩሉ ኣይኮነን ዝጎድኣኒ
    ዕድለይ ኣይትጥለምኒ
    ዘይዓርፍ ጉያ ብዙሕ ሜላ ንናይ ሓባር ሙያ
    ምንባር ተፈቲንካ ምምሃር
    መዓልታዊ ጉያ ነብሰ ወከፍ ንናይ ሓባር ሙያ
    ምንባር ሓያል ምዃን ጸዋር
    ፍትሓዊትያ ዕድል
    ንሳዲያ ትህብ ንሳዲያ ትኽልክል
    ዕድልካ ከተጸብቕ ትባላሓት ዕድልካ ክትመርሕ
    ጻማ ኣለዎ ጻዕሪ ኣትሪርካ ትሰርሕ
    ኣቤት ትጽመሞ ነብስኻ ትገንሕ
    ኣብ ባሕሪ ሓሳብ ትመሲ ትወግሕ
    መዓልታዊ ጉያ ነብሰ ወከፍ ንናይ ሓባር ሙያ
    ምንባር እታ ናይ ሓባር ሞያ
    መዓልታዊ ጉያ ነብሰ ወከፍ ንናይ ሓባር ሙያ
    ምንባር ሓያል ምዃን ጸዋር
    ኣይትተሓለሊ.......
    ዓለም ናይ ጸዋራትያ ናይ ሰብ ዓቕሊ
    ክገጥማ'የ በሊ ልዕሊኣ ሓይሊ
    ሰናይ ሓሲብና ሰናይ ክንጽውዕ
    ብርሃን ንጉዕዞ’ዩ ተስፋ ሽግና ንወልዕ
    ኣብ ውሽጥና ኣሎ ሓይሊ ከውሒ ዘልምዕ
    ሰናይ እምነ ሰናይ ንዓኻ
    ኣብ ርሑቕ ኣብ ቀረባ ትነብር ዘለኻ
    ኣዕሙቕካ ጠምት ንቐል ብምሉእ ሓይልኻ
    ሰናይ እምነ ንውሉድ ወላዲ
    ብርሃን ንጉዕዞ እዩ ተስፋ ነዊሕ መንገዲ
    ሽሻይ ዘለዎ ራኢ ናይ ብርኩት ዓውዲ
    ሰናይ ሓሲበ ሰናይ እምነ
    ላዕሊ ጠሚቱ ናብ ሽቶ ንዝሃቀነ
    ዘይሕለል መንፈስ ብናብራ ዝተፈተነ
    ኣነ ገነት ኣይሓተትኩን -
    ንቡር ሕልሚ ንቡር እዩ ትጽቢተይ
    ምረት ናብራስ እኽእሎ እየ
    ሰላም ቤተይ ጥዕና ንብረተይ
    ዘይጽንቀቕ ሂወት እህንጠ
    ድሙቕ ጊዜ ዘይስልቹ ወቕቲ
    ቅድሚ ጻሓይ ምስ ደበና
    በርቂ ማዕዶ ዝርኤሉ ለይቲ
    ሰናይ ሓሲበ ሰናይ እምነ
    ላዕሊ ጠሚቱ ሽቶ ንዝሃቀነ
    ዘይሕለል መንፈስ ብናብራ ዝተፈተነ
    ሰናይ ሓሲብና ሰናይ ንጸውዕ
    ብርሃን ንጉዕዚዩ ተስፋ ሽግና ንወልዕ
    ኣብ ውሽጥና ኣሎ ሓይሊ ከውሒ ዘልምዕ
    ሰናይ እምነ ሰናይ ንዓኻ
    ኣብ ርሑቕ ኣብ ቀረባ ትነብር ዘለኻ
    ኣዕሙቕካ ጠምት ንቐል ብምሉእ ሓይልኻ
    ሰናይ እምነ ዕሸል ንዓኻ
    ሂወት ትጅምር ገና ትላለ ዘለኻ
    ገጥ ኢልካ መክት ኣብ ዓለም
    ኣይትፍራሕ ኣጆኻ
    ድሙቕ ሂወትየ ዝምነ
    ድኽም ውዒልካ ብፍሬኻ ተዕርፈሉ
    ወናኒ ፍቕሪ እየ ዝምነ
    ናፊቕካ ዓጊብካ ትሓድረሉ
    ስቓይ ሕማም ዝሰገሮ
    መቐረት ጥዕና መን ይነግሮ
    ምረት ኵናት ንዝርኤ
    መቐረት ናይ ሰላም መን ይነግሮ
    ሰናይ ሓሲብና ሰናይ ክንጸውዕ
    ብርሃን ንጉዕዞ’ዩ ተስፋ ሽግና ንወልዕ
    ኣብ ውሽጥና ኣሎ ሓይሊ ከውሒ ዘልምዕ
    ሰናይ ሓሲበ ሰናይ ክምነ
    ላዕሊ ጠምቱ ናብ ሽቶ ንዝሃቀነ
    ዘይሕለል መንፈስ ብናብራ ዝተፈተነ
    ሰናይ እምነ ንውሉድ ወላዲ
    ጸኒዕካ ይውዳእዩ ጉዕዞ ናይ ነዊሕ መንገዲ
    ሽሻይ ዘለዎ ራኢ ናይ ብርኩት ዓውዲ
    ሰናይ እምነ ሰናይ ንዓኻ
    ኣብ ርሑቕ ኣብ ቀረባ ትነብር ዘለኻ
    ኣዕሙቕካ ጠምት ንቐል ብምሉእ ሓይልኻ
    እንታይ እዩ ምንባር ምስበልኩ
    ዘይፍለየኒ ሰብ ዘኪረ
    ሎሚ ምሳና ዘየለ -
    ክምህር ኢሉ ከምዝተፈጥረ
    ትርጉም ኣዊጃ ሂወቱ
    ኣብክንዲ ሂወት እምነት ምስኣፍቀረ
    ምምባር ንመን ክግበኦ
    ምስ ሕመቐይ ካብኡ ተማሂረ።
    ~~~ኮኸብ ሰነ-ጥበባዊ ነብስሄር ኣብርሃም ኣፈወርቂ~~~

    • @mba3949
      @mba3949 5 ปีที่แล้ว +9

      Thank you! 😭😭😭

    • @danielshumbay5594
      @danielshumbay5594 5 ปีที่แล้ว +13

      Eza hanti gtmi mlieti kaset kitsrah tikiel eya. Eway lbona...

    • @danielshumbay5594
      @danielshumbay5594 5 ปีที่แล้ว +17

      Astat 400 words with perfekt
      1Initially ( Traditional and modern poem)
      2.Maingoal( reption, contrast, enderim, alliteration e.t.c
      3. Reflection ( comparison, metaphor, besjeling,personification,symbol, motive e.t.c
      I hope in Eritrea future students that they will be learned their language and how to write poem and literature from Abrham Afewerki. Believe me this is in the short time.

    • @ወዲነግሽንቕድሚትጥራይመር
      @ወዲነግሽንቕድሚትጥራይመር 4 ปีที่แล้ว +4

      Kemu ms xhafkaya kem testemakro gerkani eu thanks more bro

    • @semsen2652
      @semsen2652 4 ปีที่แล้ว +8

      Eza gtmi nska Xbuk gerka xihifkaya thank you hawey

  • @habtomokubagabr6319
    @habtomokubagabr6319 3 ปีที่แล้ว +387

    ኣብዚ ቀረባ ግዜ ተስፍ ቆሪጸ ቀኔ
    ኣብዚ ናይ ኣብርሃም ኣፈወርቂ ደርፊ ዘወር ኢለ ተስፍ ጌረ ኣለኩ ኣምላክ ይመስግን

    • @user-sh4rr2un4r
      @user-sh4rr2un4r 3 ปีที่แล้ว +10

      ane wn stress gere aleku lenkine kemaka yemasleni 😩

    • @anbesajirsolomun1529
      @anbesajirsolomun1529 3 ปีที่แล้ว +4

      Nay abrham derfi gigna eu desmyeka

    • @godschild9020
      @godschild9020 2 ปีที่แล้ว +2

      Niaka yemasilena etiom tesfa zigorexna

    • @eyerusendriass8191
      @eyerusendriass8191 2 ปีที่แล้ว +4

      @@godschild9020 ኣጆና ብሩኸይ።
      መድሃኔኣለም ምሳናዩ።

    • @tesfitabraham3092
      @tesfitabraham3092 ปีที่แล้ว

      ሕጂ ከ ከመይ ኣለካ ክቡር ሓው?

  • @zerayasefa710
    @zerayasefa710 5 ปีที่แล้ว +441

    ተመስገን ስለ ዝብልን ደርፍኻ ስለ ዝሰምዕን ዓቅመይ ጌረ ይውዕል ኣለኹ
    ኣበርሸይ
    ተመስገን ኣምላኽ

    • @rmati6159
      @rmati6159 4 ปีที่แล้ว +7

      Waw esu yu MNBAR HABIBI FORSA ❤️❤️

    • @zerayasefa710
      @zerayasefa710 4 ปีที่แล้ว +3

      R Mati 😎 Brother

    • @sabagerensea2610
      @sabagerensea2610 4 ปีที่แล้ว +2

      Nay behaqi xebuqi aleka habibi 😔🤘👍🇪🇷🙏🏼🙏🏼🙏🏼

    • @BIGBOSS-tt1if
      @BIGBOSS-tt1if 4 ปีที่แล้ว +2

      አየ ህግደፍ ናይ ኢድካ አይትሳአን

    • @temeharithaki600
      @temeharithaki600 4 ปีที่แล้ว +1

      @@zerayasefa710 ñm
      J
      Ooop
      99999999p999999999
      alllllmy
      h
      Hhhhhhhjiimmmmmmmmmmmòm
      M

  • @HabenFata
    @HabenFata หลายเดือนก่อน +10

    ከምዚ ከማይ ዶኦ ናፍቅኩሞ 😢ትህልዉ ን ኣብርሸይ ኣቦ ምንባር ብዓቢኡ🤞

  • @amanhadish6878
    @amanhadish6878 5 ปีที่แล้ว +517

    ኣብርህሽ መምህር ሂወት እስኪ like ኣግርጭው ኣብልና ኣፍቀርቲ ኣብራሃም ኣፈወርቂ

    • @tsegaigebremichael3793
      @tsegaigebremichael3793 5 ปีที่แล้ว +3

      ኣብርሽ ናይ ሂወተይ መምህረይ ኢኻ

    • @unitedsouth736
      @unitedsouth736 5 ปีที่แล้ว +2

      King of ትግርኛ you are in our heart for ever

    • @RobelMukur
      @RobelMukur 5 หลายเดือนก่อน

      ​@unitedsouth😮736

  • @hali-q2y
    @hali-q2y 3 ปีที่แล้ว +132

    ትግርኛ አልችልም በጣም ከምሰማቼዉ አርቲስቶች አንዱ ነዉ 🇪🇹❤️

  • @iameritrean1062
    @iameritrean1062 5 ปีที่แล้ว +239

    *ብሰም ኣብሪሂሞ ኣብ ኩለን ደርፍታቱ ኪድና ላይክ ንግበር ብጃኩም ሓደ ካብቲ ናይ ምባር ትብሪቲ ድሕሪ ቃል ኣምላክ ቃል ኣብሪሂሞ ኢዩ ምሳይ ዝሳማማዕ ላይክ ይግበር ኣብቲ ደርፊ ኣነ ኣየድሊንን ኢዩ ላይክ ነታ ድርፊ ግን ሸለል ኣይንበሎ ኩላትና ደልትቲ ፍትሒ ወላ ደገፍቲ ኣብሪሂሞ ኣቦ ኩሉ ኢሪኢትራዊ ኢዩ*

    • @HZEntertainment3961
      @HZEntertainment3961 5 ปีที่แล้ว +1

      Thank you so much bro, but I have it already for all of his music, stay on love bro ♥️💙♥️💙♥️💙♥️🙏♥️💙♥️🙏♥️🙏♥️👃🙏♥️♥️🙏♥️

    • @kibromkidane2474
      @kibromkidane2474 5 ปีที่แล้ว

      Eshi zihawey behaki ebtay ke yikfe

    • @abrahamafewerkiaraya699
      @abrahamafewerkiaraya699 4 ปีที่แล้ว

      ናይ ባሓቂ ጽቡቕ ኣለኻ ከምቲ ዘትተባባዓና ፍቕሩ ዝገልጸልና ንሕና ውን ምሳና ከም ዘሎ ንሕሰቦ ምሳና ዩ ካኣ ዘሎ

    • @merhawithabtom2068
      @merhawithabtom2068 3 ปีที่แล้ว

      YESSSSSEEEE AYEKEMAENE EMEBER EWEYYYYYYYYYYY MERHAWET HABTOUME YEBEHAÆE SORRE IS KOUMENTE BEÆESSS TANESS SO MAJEY'S OK 😂😂🤔🤔🤔🤔🤔🤔🤔🤔🤔🤔🤔🤔😗😗😖😖😖😖😖😖😖😖😖😖😖😖😖😭😭😭😜😜😜😝😝😝😜😭😭😭😭😭😭😭😭💔💔💔💔💔💔💔💔💔🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏💅💅💅💅💅💅💅🤓🤓🤓🤓🤓🤓🤓🤓🤓😱😱😱😱😱😱😱😱😱💔💔🙊🙊🙊🙊🙊🙊🙊🙊🙉🙉🙈🙈🙈🙈🙈🙈🙈🙈🙈🙈😭😭😭😭😭💔💔💔💔💔💔💔💔💔👩‍🏭👩‍🏭👩‍🏭👩‍🏭👩‍🏭👩‍🏭👩‍🏭👩‍🏭👩‍🏭👩‍⚖👩‍⚖👩‍⚖👩‍⚖👩‍⚖👩‍⚖👩‍⚖👨‍🎓👩‍🎓👩‍🎓👩‍🎓👨‍🎓👩‍🎤👩‍🎤👩‍🎤👩‍🎤👩‍🎤👩‍🎤👩‍🎤👩‍🎤👩‍🎤👩‍🎤👨‍🎤👨‍🎤👨‍🎤👩‍🎤👩‍🎤👩‍🎤👩‍🎤👩‍🎤👩‍🎤👩‍🎤👩‍🎤👩‍🎤👨‍🎤👨‍🎤👩‍🎤👨‍🎤🤰🤰🤰🤰🤰🤰🤰🤱🤱🤱💔💔💔💔💔💔💔😭😭😭😭😭😭😭😭😭🙏🙏🙏🙏🙅‍♂️🙅‍♂️🙅‍♂️🙅‍♂️🙅‍♀️🙅‍♀️🙅‍♀️🙅‍♀️🙅‍♀️🙅‍♀️🙅‍♀️🙅‍♀️🙅‍♀️🙅‍♀️🙅‍♀️🧛‍♂️🧛‍♀️🧛‍♀️🧛‍♀️🧛‍♀️🧛‍♀️🚶‍♀️🚶‍♀️🚶‍♀️🚶‍♀️🚶‍♀️🚶‍♀️🚶‍♀️🚶‍♀️🚶‍♂️🚶‍♂️🚶‍♂️🏃‍♂️🏃‍♂️🧖‍♀️🤷‍♀️🤷‍♀️🏃‍♂️🏃‍♂️🤷‍♀️🏃‍♂️🤷‍♀️🤦‍♀️🤦‍♀️🤦‍♀️🤦‍♀️🤦‍♀️🤦‍♀️🤦‍♀️🤦‍♀️🤦‍♀️🛌🛌🛌🛌🛌🛌🕴🕴🕴🕴🗣🤳🤳🤳🤳🤳🤳🤳🤳🤳🤳👤👥💔💔😭💔👫👫👫👫👫👫💏💏💏💑👨‍👧👨‍👧👨‍👧👨‍👧👨‍👧👨‍👧👨‍👧👨‍👧😭😭🙏💔💔💔💔💔💔🙏🙏🙏🙏🛀🛀🛀🛀🛀👯‍♀️👯‍♀️👯‍♀️👯‍♀️👯‍♀️🗣🗣💔💔💔💔💔💔💔👣👣👣👣👣💔💔💔💔💋💋💋💋💋🕶🕶🕶🕶🕶🕶🧦🕶💥💥💥💥💥💥💥💥💥💥💥💥💥💥💥💥💥🗯🗯🗯🗯🗯🗯🗯🗯💣💣💣💣👖👖👖👖👖👖🧤🧤🧤🧤🧤🧤🧤🗨👕🗨👞👞👞👞👞👞👞👞👞👞👞👡👡👡👡👡👡👡👡👢👢👢👢👡👢👢👠👟⛑⛑⛑⛑⛑⛑⛑⛑⛑⛑📿📿📿📿📿📿💄💄💄💄💄😭😭😭😭😭😭😭😭🤔🤔🤔🤔🤔🤔🤔🤔😎😎😎😎😎😎😭😭😭😭😭😭😭🤓🤓🤓🤓✍✍✍✍✍✍✍✍✍✍✍✍🙏🙏🙏🙏🙏🙏👌👌👌👌👌💔💔💔💔💔💤💤👣👣👀👀👀👀👁👁👁👁👁👁👁👁👁👁👁👁👁👁👁👁👁👅💝😭💔🕶🧤👖👖👖😭😭😭💣💣💣💣💣💣💣⛑⛑⛑⛑⛑⛑⛑⛑⛑⛑⛑⛑⛑⛑⛑⛑⛑⛑⛑⛑⛑⛑⛑⛑⛑😎😎😎👨‍🍳👩‍🍳👩‍🏭👩‍🏭👩‍🏭👩‍🏭👩‍🏭👩‍🎓🧕🧕🧛‍♂️🧛‍♀️🗣🗣🗣🗣🗣🗣🏃‍♂️🚶‍♀️

    • @merhawithabtom2068
      @merhawithabtom2068 3 ปีที่แล้ว

      BESEM NEFESHER ABERGAM ADORKE,MEWETAT TENESOU KEBÆ SEME MOU MESETOUM SETENSEOU,KETETENSEALENA,OG BELESSGOOdNaessssss,eeemesou,soumage Netoume Neberhame,etefoutowrwwwwwKoulakoumesselameselame,kolekoume,behabera,men Amen Amen Amen,agemerou,zewedane thenkewwwso magge///_||||||☆☆☆☆☆☆☆☆☆☆☆☆☆☆☆☆☆¿¿¿¿¿♡♡♡◇◇◇◇◇◇~~~~~~~~~~~●●●●□●●□2~""$$$$$$$$$$$$$$$$$$$@@@@@@@€€€€££_€€£££@@@¥¥¥¥₩₩₩₩₩₩₩₩₩£££@@@$$$$$$$%%%%%%%%%%???????+++++++++++++++$$$%"!!!!!!!!!########

  • @ZAGRAEntertainment
    @ZAGRAEntertainment 5 ปีที่แล้ว +121

    ዝያዳ ትማል እናሻዕ ትፍቀር
    ውትሩ ዘይትመውት ከም ሓድሽ ትፍጠር
    ኣንታ መምህር ሂወት ኣብ ተስፋ ዝነብር።
    መን እሞ ከይህሎ ተስፋኻ ዘይዝክር
    💓💓💓💓
    ፍቕሪ ኢልካ ሓሳባት ትዕንብብ
    ተስፋ ኢልካ ምኽርታት ትምግብ
    ምንባር ኢልካ ፍጡራት ትቅልብ
    ዓለም ኢልካ ምስጢራት ተላዝብ።
    💓💓💓💓
    ሓለንጊ ፍቅርካ ውትሪ ተዘካሪ
    ሞያታት ዕዮኻ ንኹሉ ማሃሪ
    ተስፋታትካ ኩሉ ሳሓቢ ንልቢ
    ኣንታ መምህር ሂወት
    ኣንታ መምህር ፍቅሪ።
    ♥️♥️ኣብርሸይ)♥️♥️
    (ፊሊ)

  • @erishkor1103
    @erishkor1103 5 ปีที่แล้ว +415

    ኣነስ ደርፍታት ኣብራሃም ክሰምዕ ከለኹ ነብሰይ ምቁጹጻር ይስእን. ንብዓት😢 በዚ መጹ ዘይበልክዎ ብ ሙጉርተይ ወረር ይብለኒ. በዚ ምክንያት ምስ ሰብ ኮይነ ደርፍታት ኣብራሃም ክሰምዕ ኣይክእልን እየ. ኣብራሃም ነዓይ ኩሉ ነገር ኢዩ.

    • @solomonboy8069
      @solomonboy8069 5 ปีที่แล้ว +12

      Eri shkor wala ane kemaka eye ab beyney tezeykoynu ms seb Never

    • @ኣግኣዚትት
      @ኣግኣዚትት 5 ปีที่แล้ว +13

      Me too 😭💔 ዋላ ኣነ ደርፍታት ናይ ኣብርሃም ክሰምዕ ንብዓት ዮ ዝስዕረኒ ኣብርሸይ ኣምላኽ ኣብ ገነቱ የንብርካ 🙏💞

    • @michaelkifle7508
      @michaelkifle7508 5 ปีที่แล้ว +8

      aykemayn habibi

    • @habensameul3526
      @habensameul3526 5 ปีที่แล้ว +8

      Wela ane habibi

    • @tesfuweldu5578
      @tesfuweldu5578 5 ปีที่แล้ว +7

      Me too

  • @hennygirmawi3898
    @hennygirmawi3898 ปีที่แล้ว +15

    አብርሽ ትግርኛ ባልሰማ ኖሮ ይቆጨኛ ነበር። አንተ የትግርኛ ሙዚቃ ንጉስ ነህ። እኛ ተጋሩ እንወድሀለን❤❤❤

    • @nebyu2692
      @nebyu2692 ปีที่แล้ว +3

      😂😂😂እንታይ ድኣ ኣምሓርኛ፡ ፅሑፍ

  • @merawediandat6238
    @merawediandat6238 5 ปีที่แล้ว +173

    ምንባር'ሲ ንዓኻ ያ ትግባእ ኣብርሽ ኣቦ ሕልና ።

    • @halohalo4477
      @halohalo4477 5 ปีที่แล้ว

      Do

    • @fyorikesete215
      @fyorikesete215 5 ปีที่แล้ว +3

      ❣🙏

    • @sebetayzeybele8527
      @sebetayzeybele8527 3 ปีที่แล้ว +2

      @@halohalo4477 yes

    • @efremmahari8264
      @efremmahari8264 3 ปีที่แล้ว

      የነብር ኣሎ ። ብንባር ማለት ብዙሕ እዪ ትርጉሙ ውን ኢሉ ነሩ ። ብ መንፍስ ወትሩ ኣውሽጥና ኣሎ ።

    • @kendrickmaurice5419
      @kendrickmaurice5419 3 ปีที่แล้ว

      you all prolly dont give a shit but does someone know a way to log back into an Instagram account??
      I was dumb lost the account password. I love any help you can offer me

  • @lamiastella1844
    @lamiastella1844 3 ปีที่แล้ว +205

    ንስራሕ ክኸይድ ከለኹ ንግሆ ንግሆ ካብ ስራሕ ክምለስ ከለኹ ምሸት ምሸት ሰሰለስተ ግዜ ይሰምዓ ምዓዝ እዚ ጥራሕ ድራር ክሰርሕ ከለኹ ውን ኩሉ ግዜ ተስፋ እተስንቕ ደርፊ እያ ፣መን ኣሎ ከምዚ ከማይ ?

  • @AdulisTv12
    @AdulisTv12 5 ปีที่แล้ว +635

    ¶ 'ምንባር'
    ፊት ጩራ ወጋሕታ ኣዕዋፍ ክዝምራ
    ከም ትማል ከም ጽባሕ መዓልተይ ጀሚራ
    ምንባር ንግሆ ንግሆ ምጅማር በብመንገድና ሂወት ክንስጉማ በብዝጥዕመና ንዕድልና ንገጥማ ምንባር ዕላማ ናይ ሓባር
    ዘይዓርፍ ጉያ ብዙሕ ሜላ ንናይ ሓባር ሞያ
    ምንባር ከይረብረብካ ምጽዓር
    መዓልታዊ ጉያ ነፍስ ወከፍ ንናይ ሓባር ሞያ
    ምንባር ንዘለካ ምፍቃር 7 ግዜ ወዲቅካ 8 ግዜ ትትስእ ክሳድ'ታ ኩርባ ክትወጽእ ኩሉ ክንኪ ዘይኮነስ ንክውስክ'ዩ ዝነብር ዝጽዕር ዓቅሙ ክገብር ካብቲ ሕማቅ ዝገጥመኒ ኩሉ ኣይኮነን ዝጎድኣኒ ዕድለይ ኣይትጥለመኒ ዘይዓርፍ ጉያ ብዙሕ ሜላ ንናይ ሓባር ሞያ ምንባር ተፈቲንካ ምምሃር መዓልታዊ ጉያ ነፍስ ወከፍ ንናይ ሓባር ሞያ ምንባር ሓያል ምኳን ጸዋር
    ፍትሓዊት ዲያ ዕድል ንሳ ዲያ ትህብ ዲያ ትኽልኽል
    ዕድልካ ከተጸብቅ ትብላሓት ዕድልካ ክትመርሕ
    ጻማ'ለዎ ጻዕሪ ኣትሪርካ ክትሰርሕ ኣቤት ትጽመሞ ነብስካ ትገንሕ
    ኣብ ባሕሪ ሓሳብ ትመሲ ትወግሕ መዓልታዊ ጉያ ነፍስ ወከፍ ንናይ ሓባር ሞያ ምንባር ንናይ ሓባር ሞያ መዓልታዊ ጉያ ነፍስ ወከፍ ንናይ ሓባር ሞያ ምንባር ሓያል ምኳን ጸዋር
    ኣይትተሓለሊ ዓለም ናይ ጸዋራት'ያ ናይ ሰብ ዓቅሊ
    ክገጥማ'የ በሊ ልዕሊኣ ሓይሊ ሰናይ ሓሲብና ሰናይ ንጸውዕ ብርሃን ንጉዕዞ'ዩ ተስፋ ሽግና ንወልዕ ኣብ ውሽጥና ኣሎ ሓይሊ ከውሒ ዘልምዕ
    ሰናይ ይምነ ሰናይ ንዓካ
    ኣብ ርሑቅ ኣብ ቀረባ ትነብር ዘለካ
    ኣዕሚቅካ ጠምት እመኖ ንሓይልካ ሰናይ ይምነ ንውሉድ ወላዲ ጸኒዕካ ይውዳእ'ዩ ጉዕዞ ናይ ነዊሕ መንገዲ ሽሻይ ዘለዎ ራእይ ናይ ብርኩት ዓውዲ ሰናይ ሓሲበ ሰናይ ይምነ ላዕሊ ጠሚቱ ናብ ሸቶ ንዝሃቀነ ምስ ዘይሕለል መንፈስ ናብራ ዝተፈተነ
    ኣነ ገነት ኣይሓተትኩን ልሙድ ሕልመይ ንቡር'ዩ ትጽቢተይ
    ምረት ናብራስ ይክእሎ'የ ሰላም ቤተይ ጥዕና ንብረተይ
    ዘይጽገብ ሂወት ይህንጠ ጽቡቅ ግዜ ዘየሰልቹ ወቅቲ
    ቀትሪ ጸሓይ ምስ ደበና በርቂ ማዕዶ ዝርእየሉ ለይቲ ሰናይ ሓሲበ ሰናይ ይምነ ላዕሊ ጠሚቱ ናብ ሸቶ ንዝሃቀነ ምስ ዘይሕለል መንፈስ ናብራ ዝተፈተነ
    ሰናይ ሓሲብና ሰናይ ንጸውዕ
    ብርሃን ንጉዕዞ'ዩ ተስፋ ሽግና ንወልዕ
    ኣብ ውሽጥና ኣሎ ሓይሊ ከውሒ ዘልምዕ ሰናይ ይምነ ሰናይ ንዓኻ ኣብ ርሑቅ ኣብ ቀረባ ትነብር ዘለኻ ኣዕሚቅካ ጠምት እመኖ ንሓይልኻ ሰናይ ይምነ ዕሸል ንዓኻ ሂወት ክትጅምር ትላለ ዘለኻ ደፊርካ መክት ኣብ ዓለም ኣይትፍራሕ ኣጆኻ
    ድሙቕ ሂወት'የ ዝምነ ድክም ውዒልካ ኣፍሪካ ተዕርፈሉ
    ወናኒ ፍቅሪ'የ ዝምነ ናፊቅካ ዓጊብካ ትሓድረሉ
    ስቃይ ሕማም ንዝሰገሮ መቀረት ጥዕና መን ይነግሮ
    ምረት ኲናት ንዝረኣየ መቀረት ናይ ሰላም መን ይነግሮ ሰናይ ሓሲብና ሰናይ ንጸውዕ ብርሃን ንጉዕዞ'ዩ ተስፋ ሽግና ንወልዕ ኣብ ውሽጥና ኣሎ ሓይሊ ከውሒ ዘልምዕ
    ሰናይ ሓሲበ ሰናይ ይምነ
    ላዕሊ ጠሚቱ ናብ ሸቶ ንዝሃቀነ
    ምስ ዘይሕለል መንፈስ ናብራ ዝተፈተነ ሰናይ ይምነ ንውሉድ ወላዲ ጸኒዕካ ይውዳእ'ዩ ጉዕዞ ናይ ነዊሕ መንገዲ ሽሻይ

    • @ምንባርንዘለካምፍቃርእዩእ
      @ምንባርንዘለካምፍቃርእዩእ 5 ปีที่แล้ว +12

      Woww thank you so much
      bro.

    • @ሕልናስቆሪራያ
      @ሕልናስቆሪራያ 5 ปีที่แล้ว +62

      እንታይ ምንባር ምስ በልኩ ዘይፍለየኒ ሰብ ዘኪረ ሎሚ ምሳና ዘየለ ክምህር ኢሉ ከም ዝተፈጥረ ትርጉም ኣውጁ ኣብ ሂወቱ ኣብ ክንዲ ሂወት እምነት ምሰፍቀረ ምንባር ንመን ትግበኦ ምስ ሕዝመቀይ ካብኡ ተማሂረ

    • @wintaghezae6816
      @wintaghezae6816 5 ปีที่แล้ว +5

      👍❤

    • @churatesfa1804
      @churatesfa1804 5 ปีที่แล้ว +4

      Wow thanks bro

    • @ማቻይስመዓኒሎ
      @ማቻይስመዓኒሎ 5 ปีที่แล้ว +14

      ሕልናስ ቆሪራ ያ // ኣነስ እዛ ማይ ቤት እዚኣ ኩሉ ግዜ ተሕስበኒ, ንመን ዩ ኣብርሽ ከምኡ ዝብሎ ዘሎ

  • @fanielgebrihiwet6277
    @fanielgebrihiwet6277 5 ปีที่แล้ว +156

    *ተስፋይ ኣብ ዝጽንቀቐኒ ነዛ ደርፊ ምስ ሰማዕኩ ከምዚ ናይ ዝተፈላለየ ብዝዕባ ማሕበራዊ ሂወት ዝገልጽ መጽሓፍ ዘንበብኩ ውሽጠይ ዘይፈልጦ ሓይሊ ካብ ውሽጠይ ይምንጩ*

  • @loveaa9214
    @loveaa9214 4 ปีที่แล้ว +830

    ኩሉ ናይ ኣብርሃም ደርፊታት ዝፈቱ
    ኣብዚ like yeqsneni.

    • @selammebrahtom3214
      @selammebrahtom3214 4 ปีที่แล้ว +12

      Ane aleku

    • @loveaa9214
      @loveaa9214 4 ปีที่แล้ว +8

      @@selammebrahtom3214
      Yehfsss abile like hbeki !!!
      Ab srah ab tmrti msay endakede.
      Ab tmrtki srahki awet ymneyelki

    • @semirayu2gerie57
      @semirayu2gerie57 4 ปีที่แล้ว +4

      I

    • @semirayu2gerie57
      @semirayu2gerie57 4 ปีที่แล้ว +1

      @@selammebrahtom3214 p

    • @semirayu2gerie57
      @semirayu2gerie57 4 ปีที่แล้ว +1

      @@selammebrahtom3214 .

  • @oldtrafordmanunited9935
    @oldtrafordmanunited9935 5 ปีที่แล้ว +128

    ኣቱም ሰባት ደምበር ዶ ፍትረት ናይ ሰብ ኣለዉ አዚ ኣብራሃም ዚብልዎ ኣብቲ ግጥሚ ዘሎ ትሕዝቶ ኢሞ ኣስተውዕሉሉ

    • @Yonah2
      @Yonah2 4 ปีที่แล้ว +2

      Aygermekan

    • @ወዲሱዳንሽወደን
      @ወዲሱዳንሽወደን 4 ปีที่แล้ว

      Zegerm eyu

    • @mussiedebesay2350
      @mussiedebesay2350 3 ปีที่แล้ว +2

      ብዘለካ መንበር እየ ነይብሓቂ ዘይምኖ ደርፍ እየ ግዘ ወድቅክ ትትስእ7 ወድቅክ 8 ትትስእየ

    • @behonest6456
      @behonest6456 3 ปีที่แล้ว +2

      Kkkkkkk ygermeka yu wedi erey ,amlak keybeqeqe yu ጥበብ hibwo.

    • @habtomfish4419
      @habtomfish4419 3 ปีที่แล้ว +2

      Abrham is the bright of life and the teacher of life::

  • @Samri_
    @Samri_ 5 ปีที่แล้ว +162

    Abrshey abo fikri
    ኣቦ ተስፋ
    ኣቦ ሓልዮት
    ኩሉ በቃ!!
    እዚ ደርፍታትካ ኣብቲ ጡዑም ግዜ ኢካ ደሪፍካዮ ሕጂ ቢሂወት ተትሁሉስ ካብዚ ንላዕሊመደረፍካ ማለት እዩ'ኮ ብድሕረካ ኩሉ ተቀይሩ😭ነነባዕልና ንጫካከነሉ:ንቃተለሉ ግዜ በጺሕና!! ኣነስ ዝሞትካ ኣይ መስለንን😭💔

    • @samsomsamsom5731
      @samsomsamsom5731 5 ปีที่แล้ว +8

      ታይ'ሞ በላዕቲ ሰብ ከለው ዓለም ከመይ ኢሉ ክሓልፈላ ኣብርሽ ኣዛብእ ረኪበሞ ' ዘራጊ እንከሎ ጽሩይ ማይ ነይስተ ሳምሪ (እሰያስ ዝብሃል ጋኔን ኮፍ ኣቢልና ሰላም የለን)

    • @biniamberhane636
      @biniamberhane636 5 ปีที่แล้ว +5

      Behaqi zhawey enkoa ayehalew aberhimo kesabe heji gezie

    • @adelabrar2828
      @adelabrar2828 5 ปีที่แล้ว +3

      ናይ በሃኪ

    • @gwalteddy6858
      @gwalteddy6858 5 ปีที่แล้ว +1

      ሳምሪ ወናኒት ሙቁር ቃንዛ 😭😭😭😭

    • @merrydray9961
      @merrydray9961 5 ปีที่แล้ว +1

      .

  • @mafiamonkey5725
    @mafiamonkey5725 3 ปีที่แล้ว +24

    *4:47 ሰናይ ይምነ ዕሸል ንዓኻ
    ሂወት ትጅምር ጌና ተላለ ዘለኻ
    ደፊርካ መክት ኣብ ዓለም ኣይትፍራሕ ኣጆኻ😢*

  • @halefomaregawi4094
    @halefomaregawi4094 2 ปีที่แล้ว +12

    ኣብሪሞ"ስቃይን መከራን ዘሕለፈ መቀረት ጥዕና መን ይነግሮ"እወ ኣታ መምህር ሂወትን ፍቅርን ኩሉ ጊዜ ኣብ ልበይ❤❤❤❤ሓሌ እየ ወድ ትግራይ 👌🌎🍎❤

  • @temesgensemerab3380
    @temesgensemerab3380 5 ปีที่แล้ว +58

    ቻው ጭንቐት ፈዉሰይ ረኺበ ኣብርሽ ወትሩ ሙዚቃኻ እንዳ ሰምዓና ኣብ ልብና ኣለካ

  • @Brave-Is_Mine1
    @Brave-Is_Mine1 5 ปีที่แล้ว +61

    Like ክልምን ኣይኮንኩን ዝጽሕፍ ዘለኹ:የግዳስ ገለ ሰባት ንጥበብ Dr ኣብራሃም ከም ተራ ጥበብ ኣቕሊሎም ዝሪእዎ ስለዘልዉን ትርጉም ኣልቦ ናብ ካልእ ፋሕ የብልዎ ስለዘለዉን እየ::
    ምንባር ብቓል ዶ/ር ኣብራሃም ነዚ ይመስል!!!!
    Thanks a lot to for uploaded it again because Dr Abraham's lyrics are more than medications to us and Respect to the Legend Dr Abraham Afewerki!!!!Your words are in everyone's memory and we'll never forget you... because you're such a unique person to us🇪🇷❤🎸!!!!
    Rest in peace Dr!!!!

  • @TsegayGeremedhin
    @TsegayGeremedhin 2 หลายเดือนก่อน +2

    አነ ሕማቅ ክገጥመኒ ከሎ ናይ ኣብራሃም ሙዚቃ ሰሚዐ ይፅናዕናዕ ኣብራሃም ናዓይ ኩሉ ነገረይ እዩ ❤❤❤❤❤❤

  • @ሕልናስቆሪራያ
    @ሕልናስቆሪራያ 5 ปีที่แล้ว +70

    ኣብራሃም ኣፎርቂ'ሲ ነዓይ ተስፋ ገረ ክነብር እዩ ደሪፍዎ ካብቲ ሕማቅ ዝገጥመኒ ኩሉ ኣይኮነን ዝጎደኣኒ መግልጺ ሲኢነልካ ኣብረሃመይ ባቃ ፍቅሪ ኢኻ (ኩሉ ነገር)

  • @Pink-tj3ex
    @Pink-tj3ex 2 ปีที่แล้ว +12

    "ብርሃን ንጉዕዚዩ ተስፋ ሽግና ንወልዕ
    ኣብ ውሽጥና ኣሎ ሓይሊ ከውሒ ዘልምዕ"

  • @mekelletigray3048
    @mekelletigray3048 4 ปีที่แล้ว +32

    ኣታ ኣነስ ናይ ኣብርሽ ትህቲ መዝሙር እየ ዝሰምዖ
    ኣብ ስደት ኮይነ ተስፋ ዘስንቀኒ

  • @ወዲሃይላትገደለ
    @ወዲሃይላትገደለ 5 ปีที่แล้ว +12

    ኣንጊሀ ተንሲአ ነ ስራሕ ክግስግስ መዓልታዊ ዝቆርሶ ነገር እክለማይ ዘይኮነ ቃላትካ ዩ ምቁር ቁርሰይ ብፍላይ
    ❤ምንባር❤ መምህረይ ኣይሞትካን ኮ

  • @wizfugra2920
    @wizfugra2920 5 ปีที่แล้ว +415

    ----ከመይ ዊዒልኩም ደቂ ኤሪ-----------
    ሓውኩም ፉግራ እየ ሰላም ሰላም ኢልና ኢና
    #ኣብርሃም ኣፎርቂን #የማነ ባርያ ደርፎም ልዕሊ ዝኾነ ንሰምዖ ንስተማቅሮ 🌹 ክብረት ይሃቦም ፈጣሪ ብየማናይ ኢዱ ይቀበሎም 🙏🙏🙏😍
    እዚ መልእኽቶም ሓሳቦም ብስነ ጥበብ ጌሮም ንወለዶታት ከም ዝሰጋገር ጌሮም እዮም 🌹ንሕና ከ መልእክቶም ሰሚዕና ኣብ ተግባር ከ ከመይ ኢና ኣፍካን ተግባርካን በብይኑ ተኾይኑ ትርጉም የብሉን
    ፍቅሪ ስኒት ሓድነት ምክብባር ፍልልይካ ምጽባበ ኮታስ ኩሉ ኢሎሞ እዮም እሞ ንጥቀምሉ ኣለና ዶ?? ወላ

    • @rbl.6917
      @rbl.6917 5 ปีที่แล้ว +17

      wiz Fugra ይገርመካ ዩ ናይ ኣብርሃም ኣፈወርቂ And የማነ ባርያ ሰሚዕካ ቅሳነት ወይ ሰላም ዘይትቀስም እንተ ኮንካ ትርጉም የብሉን ።

    • @wizfugra2920
      @wizfugra2920 5 ปีที่แล้ว +4

      @@rbl.6917 ግደፍ ግደፍ ከይ ተወድኣና በዚ ዓቢ ጸ ሰብኣይ ዶ ኣምሲለያ መልሲ ሕቶይ ኣብምልሱይነት ምንባር ይኣክል

    • @freedomrobel2559
      @freedomrobel2559 5 ปีที่แล้ว +1

      AFI nay mudey 🎸🎛🎹🌹

    • @fyorikesete215
      @fyorikesete215 5 ปีที่แล้ว

      ❣🙏

    • @meronking3761
      @meronking3761 4 ปีที่แล้ว

      ኩል ግዘ ጽብቅ ምስ ጸሓፍካ

  • @tesfalidetbokru
    @tesfalidetbokru 4 ปีที่แล้ว +65

    ፊት ጩራ ወጋሕታ : አዕዋፍ ኪዝምራ :
    ከምትማል ከም ፅባሕ : መዓልተይ ጀሚራ :
    ምንባር : ንግሆ ንግሆ ምጅማር ::
    በብመንገድና : ህይወት ንስጉማ :
    በብዚጥዕመና : ንዕድልና ንገጥማ :
    ምንባር : ዕላማ ናይ ኃባር ።
    ዘይዓርፍ ጉያ :
    ብዙሕ ሜላ : ንናይ ኃባር ሞያ :
    ምንባር : ከይረብረብካ ምፅዋር ።
    መዓልታዊ ጉያ :
    ነብሲ ወከፍ : ንናይ ኃባር ሞያ :
    ምንባር : ንዘሎካ ምፍቃር ።
    ሸውዓተ ግዜ ወዲቅካስ : ሸሞንተ ግዜ ትትስእ :
    ኪሳብ ካብ ኩርባ ትወጽእ ።
    ኩሉ ዚንኪ ዘይኮነስ : እኪውስኽ እዩ ዚነብር :
    ዚፅዕር ዓቅሙ ዚገብር ።
    ካብቲ ሕማቕ ዚገጥመኒ : ኩሉ አይኮነን ዚጎድኣኒ :
    ዕድለይ አይተግድዕኒ ።
    ፍትሐዊት እያ ዕድል :
    ንሣ ድያ ትህብ : ንሣ ድያ ትኽልኽል :
    ዕድልካ ንኸተፀብቕ : ትባላኃት ዕድልካ ኪትመርሕ :
    ጻማ አለዎ ፃዕሪ : አትሪርካ ትሠርሕ :
    አቤት ትፅመሞ : ነብስካ ትገንሕ :
    አብ ባሕሪ ሓሳባት : ትመስይ ትወግሕ ።
    አይትተሓለሊ !
    ዐለም ናይ ፀዋራት እያ : ናይ ሰብ ዐቅሊ :
    ኪገጥማ'የ በሊ :
    ልዕሌኣ ኃይሊ ።
    ሰናይ ሐሲብና : ሰናይ ኪንፅውዕ :
    ብርሃን ንጉዕዞ’ዩ ተስፋ : ሽግና ንወልዕ :
    አብ ውሽጥና'ሎ ሐየት : ከውሒ ዜልምዕ ።
    ሰናይ ይምነ : ሰናይ ንዓኻ :
    አብ ርሑቕ አብ ቀረባ : ትነብር ዘሎኻ :
    አዕሚቚካ ጠምት : መርምሮ ንኃይልኻ ።
    ሰናይ ይምነ : ንውሉድ ወላዲ :
    ብርሃን ንጉዕዞ'ዩ ተስፋ : ንነዊሕ መንገዲ :
    ሺሻይ ዘለዎ ራኢ : ናይ በረኸት ዓውዲ ።
    ሰናይ ሐሲበ : ሰናይ ይምነ :
    ላዕሊ ጠሚቱ ናብ ሸቶ ንዚሀቀነ :
    ዘይሕለል መንፈስ : ብናብራ ዚተፈተነ ።
    አነ ገነት አይሐተትኩን : ንቡር ሕልሚ ንቡር'ዩ ትጽቢተይ :
    ምረት ናብራስ ይኽእሎ'የ : ሰላም ቤተይ ጥዕና ንብረተይ :
    ዘይፅገብ ህይወት ይህንጠ : ድሙቕ ግዜ ዘይስልቹ ወቅቲ :
    ቀትሪ ፀሐይ ምስ ደበና : በርቂ ማዕዶ ዚርእየሉ ለይቲ ።
    ሰናይ ሐሲበ : ሰናይ ይምነ :
    ላዕሊ ጠሚቱ ንሸቶ ንዚሀቀነ :
    ዘይሕለል መንፈስ : ብናብራ ዚተፈተነ ።
    ሰናይ ሐሲብና : ሰናይ ንፀውዕ :
    ብርሃን ንጉዕዞ’ዩ ተስፋ : ሽግና ንወልዕ :
    አብ ውሽጥና'ሎ ሐየት : ከውሒ ዜልምዕ ።
    ሰናይ ይምነ : ሰናይ ንዓኻ :
    አብ ርሑቕ አብ ቀረባ ትነብር ዘሎኻ :
    አዕሚቚካ ጠምት : መርምሮ ንኃይልኻ ።
    ሰናይ ይምነ : ዕሸል ንዓኻ :
    ህይወት ትጅምር ገና ትላለ ዘሎኻ :
    ደፊርካ መክት አብ ዐለም : አይትፍራኅ አጆኻ።
    ድሙቕ ህይወት'የ ዚምነ :
    ድኽም ውዒልካ : አፍሪኻ ተዕርፈሉ :
    ወናኒ ፍቅሪ'የ ዚምነ : ናፊቅካ ዓጊብካ ትሐድረሉ :
    ሥቓይ ሕማም ዚሰገሮ : መቐረት ጥዕና መን ይነግሮ ?
    ምረት ኲናት ንዚርኤ : መቐረት ናይ ሰላም መን ይነግሮ ?
    እንታይ'ዩ ምንባር ምስበልኩ : ዘይፍለየኒ ሰብ ዘኪረ :
    ሎሚ ምሳና ዘየሎ : ኪምህር ኢሉ ኬምዚተፈጥረ :
    ትርጉም አዊጃ ህይወቱ : አብ ክንዲ ህይወት እምነት ምስ'ፍቀረ :
    ምንባር ንመን ትግብኦ : ምስ ሕመቐይ ካብኡ ተማሂረ ።
    ዘይጽገብ ዜማታት : አብርሃም አፈወርቂ።

  • @abielt962
    @abielt962 5 ปีที่แล้ว +111

    Lomi Hade Memahirtey Kemzi Eluni
    Hade Xada Fetena Nay Makina 7 gizie Terfu
    Aneki Behaki Emo Nay Abreham Afewerki Zey Tiderfelu
    7 gizie Wedika 8 gizie Titis Tibil Eleyo Sehak Meytu
    Abrihimo we miss/love you all time ❤️❤️

    • @debasmelesdebasmeles3956
      @debasmelesdebasmeles3956 5 ปีที่แล้ว +2

      Kkkkkkkkkk

    • @fanielgebrihiwet6277
      @fanielgebrihiwet6277 5 ปีที่แล้ว +2

      ኣስሒቅካኒ ወዲ ኤረይ በይነይ ክስሕቅ ጸኒሐ እዘን ጻዓዱ ኢንተሪኣአናኒ ጽሉል እቱ ክብላኒ እየን

    • @debasmeles9233
      @debasmeles9233 5 ปีที่แล้ว +1

      ልክዕ ኢኻ መሊስካሉ

    • @muluehabteswitzerland9825
      @muluehabteswitzerland9825 4 ปีที่แล้ว +1

      Kkkkkkkkk 🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣

    • @ቀንዴልሓርነት-ሸ2ሰ
      @ቀንዴልሓርነት-ሸ2ሰ 4 ปีที่แล้ว +1

      ቅኑዕ መልሲ እዪ ክብረተይ ሓንቲ ግዜ ክዕወት ምኳኑ ክኣምን ኣለዎ ከም ኣብርሃም ዝበሎ ደቂ ኤረይ ንበሩለይ

  • @አቡጊዳአቡ
    @አቡጊዳአቡ 9 หลายเดือนก่อน +3

    ትግረኛ በጭራሽ አልችልም ግን በጣም ከልብ ከምወዳቸው ዘፋኞች ውስጥ እንደ አብርሃም አፈወርቄ አጥቻለሁ

  • @herihero4255
    @herihero4255 5 ปีที่แล้ว +29

    ኣነ ገነት ኣይሓተትኩን ንቡር ሕልመይ ንቡር እዩ ትጽቢተይ ምረት ናብራስ ይክእሎ እየ ሰላም ቤተይ ጥዕና ንብረተይ ዘየጽገብ ሂወት ክምነ ዱሙቅ ግዜ ዘየሰልች ወቅቲ፡፡
    #ኣብረይ_ኩሉ_ኢካ ነዓይ

  • @ፍቕሪዓለሙ
    @ፍቕሪዓለሙ 3 ปีที่แล้ว +6

    ምንባር ተፈቲንካ ምምሃር ናይ ብሓቂ ደስ ዝበለትኒ ኣበሃህላ ኣብርሸይ ኣቦ ጥበብ

  • @ኣሌክፈታዊሞሞና
    @ኣሌክፈታዊሞሞና 5 ปีที่แล้ว +48

    ተኸይፉና ኣሎኹም ኣብርሸይ ኣቦ ሙዙቋ

  • @danielaraya5784
    @danielaraya5784 4 ปีที่แล้ว +5

    Enkuae kabakum tefeterku deqi Eria 🇪🇷shikorat
    Hawkum kab 🇻🇳Tigray 🐅

  • @eriboy8597
    @eriboy8597 5 ปีที่แล้ว +45

    ምምህር ፍላስፋ በዓቢኡ ፍቕሪ ኢኻ!

  • @sasbde9334
    @sasbde9334 5 ปีที่แล้ว +2

    ኣብርሃም ማለት
    ኣቦ ፍቅሪ
    ኣቦ ፍልጠት
    ኣቦ መንባብሮ
    ኣቦ ህልው ኩነታት
    ለዋህ ህያዋይ
    ኣሕ እንታይ ሞ እዛ ዓለም ቸናዊት
    ሓደራ ደቂ ኤረይ ንከባበር መስል ክቡር ይተሓሎ፡
    ሶ ጽቡቅ ሰናይ ትምኒት ይምነየልኩም ንዓኩም ላይክ ከኣ ንክብሩ ሰነ ጥበብኛ።

  • @hasoonsied4281
    @hasoonsied4281 5 ปีที่แล้ว +49

    እዛ ደርፍስ ተስፋ ተስንቅ ኮይና እያ ትስምዐኒ ብፍላይ ኣብ ስደት ንነብር

  • @yakobsibhatu
    @yakobsibhatu 4 ปีที่แล้ว +3

    ኣብርሃም ማለት ኣቦ ብዙሓት ማለት እዪ ግጥምካን ዜማካን ኣብ ልብና ዘልኣለም ክነብር እዩ ደቂ ኤረይ ብስም ኣብረሽ like gberuley

  • @alekobini7357
    @alekobini7357 5 ปีที่แล้ว +20

    ኣብርሸይ አዚስ ኣብ ፋርማሲ አዩ ክዝርጋሕ ዘለዎ ያ ፈውሲ ርአሲ አዩ አዚ ደርፊታቱ ያክ

  • @ፊላዊስደተኛ
    @ፊላዊስደተኛ 5 ปีที่แล้ว +21

    ምንባር ንዘለካ ምፍቃር 👈
    ሸውዓተ ጊዘ ወዲቃስ ሾምንተ ጊዘ ትትስ💪 ምንባር ንመን ይግብኦ ካብ ሕመቀይ ካብኡ ተማሂረ 💪ኡፍ ዓጽሚ ዝሰብር ሓያል ግጥሚ ❤

  • @jiddojarmon3255
    @jiddojarmon3255 2 ปีที่แล้ว +89

    No one will never replace him , he was the king of African music, big love from Sudan 🇸🇩, listening this right now in Washington DC

    • @amanoneloves2506
      @amanoneloves2506 2 ปีที่แล้ว +3

      you are right brother abreham is art u know well about music love to my sudanse shab

    • @neemrodgaim
      @neemrodgaim 2 ปีที่แล้ว

      Shukren .he is just like Mahmoud Abdul Aziz in Eritrea

    • @juliogct
      @juliogct ปีที่แล้ว

      Teddy Afro replaced him

  • @merhawigebrhiwet424
    @merhawigebrhiwet424 4 ปีที่แล้ว +4

    ኣሞ ንዘረባ ሓቂ ንጉስ ናይ ኣፍሪቃ ኣበርሃም ኣፍወርቂ ምምሃር 💓💓💓💓💓💓💓💓💓🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👉👉

  • @beylulgebrelul9624
    @beylulgebrelul9624 5 ปีที่แล้ว +20

    እንጀራ እዝጊ ብላዕ ናይቲ ኮኮብ ዝኮነ ኣብርሃም ኣፍወርቂ ደርፊ ዘውረድካ ። እዝነይ ጡዑም ድምጺ ከስተማቅር ጀሚሩ

    • @omeromer2105
      @omeromer2105 5 ปีที่แล้ว +1

      ኣብራሃም ብረዝደንቲና አንተትከወን ሃገርና ምማዕበለት ሰደት መብቀዓዐ አንታይ አሞ ዓለም ጎደሎ

  • @ሽመይኣይነግርንእምቢ
    @ሽመይኣይነግርንእምቢ 5 ปีที่แล้ว +30

    *ካፍቲ ሕማቅ ዝገጥመኒ ኩሉ ኣይኮነን ዝጎድኣኒ*

  • @yonaskiflemariam6917
    @yonaskiflemariam6917 5 ปีที่แล้ว +10

    እንታዩ ወደይ መመሊሱ ዚሕደሰካ ደርፊ ! ኣብሪሽ

  • @Hanibalhawibini2356
    @Hanibalhawibini2356 ปีที่แล้ว +2

    ፊት ጩራ ወጋሕታ ኣዕዋፍ ክዝምራ ከም ትማል ከም ጽባሕ መዓልተይ ጀሚራ ምንባር፦ንግሆ ንግሆ ምጅማር በመገድና ሂወት ንስጉማ በብዝጥዕመና ንዕድልና ንገጥማ ምንባር፦ ዕላማ ናይ ሓባር ዘይዓርፍ ጉያ ፡ ብዙሕ ሜላ ንናይ ሓባር ሞያ ምንባር፦ ከይረብረብካ ምጽዓር መዓልታዊ ጉያ ፡ ነብሲወከፍ ንናይ ሓባር ሞያ ምንባር፦ ንዘለካ ምፍቃር 7 ግዜ ወዲቕካስ 8 ግዜ ግን ተስእ ክሳድ'ታ ኩርባ ክትወጽእ። ኩሉ ኽንኪ ዘይኮነስ ፡ ንክውሰኽ'ዩ ዝነብር ዝጽዕር ዓቕሙ ዝገብር። ካብቲ ሕማቕ ዝገጥመኒ ፡ ኩሉ ኣይኮነን ዝጎድኣኒ ዕድለይ ኣይትጥለመኒ። ዘይዓርፍ ጉያ ፡ ብዙሕ ሜላ ንናይ ሓባር ሞያ ምንባር፦ ተፈቲንካ ምምሃር መዓልታዊ ጉያ ፡ ነብሲወከፍ ንናይ ሓባር ሞያ ምንባር፦ ሓያል ምዃን ጸዋር ፍትሓዊት ድያ ዕድል ? ንሳ ድያ ትህብ ንሳ ድያ ትኽልክል ዕድልካ ከተጸብቕ ፡ ትበላሓት ዕድልካ ክትመርሕ ጻማ'ለዎ ጻዕሪ ኣትሪርካ ትሰርሕ ኣቤት ትጽመሞ ነብስካ ትገንሕ ኣብ ባሕሪ ሓሳብ ትመሲ ትወግሕ (መዓልታዊ ጉያ ፡ ነብሲወከፍ ንናይ ሓባር ሞያ ምንባር፦ ሓያል ምዃን ጸዋር)2 ኣይትተሓለሊ ፡ ዓለም ናይ ጸዋራት'ያ ናይ ሰብ ዓቕሊ ክገጥማ'የ በሊ ፡ ልዕሊኣ ሓይሊ። ሰናይ ሓሲብና ሰናይ ክንጽውዕ ብርሃን ጉዕዞ'ዩ ተስፋ ሽግና ንወልዕ ኣብ ውሽጥና ኣሎ ሓይሊ ከውሒ ዘልምዕ ሰናይ እምነ ሰናይ ንዓኻ ኣብ ርሑቕ ኣብ ቀረባ ትነብር ዘለኻ ኣዕሚቕካ ጠምት እመኖ ንሓይልኻ ሰናይ እምነ ንዉሉድ ወላዲ ብርሃን ንጉዕዞ'ዩ ተስፋ ናይ ነዊሕ መንገዲ ሽሻይ ዘለዎ ራኢይ ናይ ብርኩት ዓውዲ ሰናይ ሓሲበ ሰናይ እምነ ላዕሊ ጠሚቱ ናብ ሸቶ ንዝሃቅነ ዘይሕለል መንፈስ ብናብራ ንዝተፈተነ ኣነ ገነት ኣይሓተትኩን-ንቡር ሕልመይ ንቡር'ዩ ትጽቢተይ ምረት ናብራስ እኽእሎ'የ - ሰላም ቤተይ ጥዕና ንብረተይ ዘይጽገብ ሂወት ይህንጠ - ድሙቕ ግዜ ዘይስልቹ ወቕቲ ቀትሪ ጸሓይ ምስ ደበና - በርቂ ማዕዶ ዝርእየሉ ለይቲ ሰናይ ሓሲበ ሰናይ እምነ ላዕሊ ጠሚቱ ናብ ሸቶ ንዝሃቅነ ዘይሕለል መንፈስ ብናብራ ንዝተፈተነ ሰናይ ሓሲብና ሰናይ ንጸውዕ ብርሃን ጉዕዞ'ዩ ተስፋ ሽግና ንወልዕ ኣብ ውሽጥና ኣሎ ሓይሊ ከውሒ ዘልምዕ ሰናይ እምነ ሰናይ ንዓኻ ኣብ ርሑቕ ኣብ ቀረባ ትነብር ዘለኻ ኣዕሚቕካ ጠምት እመኖ ንሓይልኻ ሰናይ እምነ ዕሸል ንዓኻ ሂወት ትጅምር ገና ትላለ ዘልኻ ደፊርካ መክት ኣብ ዓለም ኣይትፍራሕ ኣጆኻ ድሙቕ ሂወት'የ ዝምነ- ድኽም ዉዒልካ ኣፍሪኻ ተዕርፈሉ ወናኒ ፍቕር'የ ዝምነ- ናፊቐካ ዓጊብካ ትሓድረሉ ስቓይ ሕማም ንዝሰገሮ - መቐረት ጥዕና መን ይነግሮ ምረት ኲናት ንዝረኤ - መቐረት ናይ ሰላም መን ይነግሮ ሰናይ ሓሲብና ሰናይ ንጸውዕ ብርሃን ጉዕዞ'ዩ ተስፋ ሽግና ንወልዕ ኣብ ውሽጥና ኣሎ ሓይሊ ከውሒ ዘልምዕ ሰናይ ሓሲበ ሰናይ ክምነ ላዕሊ ጠሚቱ ናብ ሸቶ ንዝሃቅነ ዘይሕለል መንፈስ ብናብራ ንዝተፈተነ ሰናይ እምነ ንዉሉድ ወላዲ ብርሃን ንጉዕዞ'ዩ ተስፋ ናይ ነዊሕ መንገዲ ሽሻይ ዘለዎ ራኢይ ናይ ብርኩት ዓውዲ ሰናይ እምነ ሰናይ ንዓኻ ኣብ ርሑቕ ኣብ ቀረባ ትነብር ዘለኻ ኣዕሚቕካ ጠምት እመኖ ንሓይልኻ እንታይ እዩ ምንባር ምስ በልኩ- ዘይፍለየኒ ሰብ ዘኪረ ሎሚ ምሳና ዘየለ-ክምህር ኢሉ ከም ዝተፈጥረ ትርጉም ኣዊጃ ሂወቱ-ኣብ ክንዲ ሂወት እምነት ምስ ኣፍቀረ ምንባር ንመን ትግቦኦ- ምስ ሕመቐይ ካብኡ ተማሂረ ሓምለ 1997

  • @Eritrean_girl2024
    @Eritrean_girl2024 3 ปีที่แล้ว +11

    መምህር ሂወት ኣብርሃም መንግስተ ሰማይ የዋርስኻ❤️🙏🙏🙏

  • @sabahale6110
    @sabahale6110 4 ปีที่แล้ว +18

    ናይ አብርሃም አፈወርቒ ደርፍታት ብጣዕሚ ዓሚቑን ብርቱዕን ትርጉም ዘሎዎ፡ ሰሚዕኻ ዘይጽገብ ደርፍታት እዩ። ኩሉ ደርፍታቱ ብዛዕባ ናይ ዓለም ናብራ ከመይ ጌርና ከምንሕልፎ ምኽርታትን ሓቦ ዘቡሉን መልእኽቲ እዩ። እዚኣ ደርፊ "ምንባር" ትብል ሰሚዔ ምጽጋብ ሲኢኔያ። እታ ግጥሚ ብጣዕሚ ሓያል እያ። ኣብ ታሕቲ እታ ግጥሚ ብሓደ ሰብ (Miki Te) ተጻሒፋ ኣላ፡ ግን አነ ትርጉማ ክትርዱኡዋ ምእንታን አጻርየን ኣቓሊለን የቕርበልኩም አሎኹ።
    *ምንባር* ብኣብራሃም አፈወርቒ
    ፊት ጩራ ፡ ወጋሕታ ኣዕዋፍ ክዝምራ
    ከም ትማልን ከም ጽባሕን መዓልተይ ጀሚራ
    ምንባር ፡ ንግሆ ንግሆ ምጅማር።
    በብመንገድና ሂወት ክንስጉማ
    በብዝጥዕመና ንዕድልና ንገጥማ
    ምንባር፡ ዕላማ ናይ ሓባር።
    ዘይዓርፍ ጉያ
    ብዙሕ ሜላ፡ ንናይ ሓባር ሞያ
    ምንባር፡ ከይረብረብካ ምጽዓር።
    መዓልታዊ ጉያ
    ነፍስ ወከፍ ንናይ ሓባር ሞያ
    ምንባር ፡ ንዘለካ ምፍቃር።
    ሸውዓተ ግዜ ወዲቕካስ፡ ሾሞንተ ግዜ ትትስእ
    ክሳድ እታ ኩርባ ክትወጽእ።
    ኩሉ ክነኪ ዘይኮነስ፡ ንክውስኽ እዩ ዝነብር
    ዝጽዕር ዓቕሙ ዝገብር።
    ካብቲ ሕማቕ ዝገጥመኒ
    ኹሉ ኣይኮነን ዝጎድኣኒ
    ዕድለይ ኣይትጥለመኒ።
    ዘይዓርፍ ጉያ
    ብዙሕ ሜላ ንናይ ሓባር ሞያ
    ምንባር ፡ ተፈቲንካ ምምሃር።
    መዓልታዊ ጉያ
    ነፍስ ወከፍ ንናይ ሓባር ሞያ
    ምንባር ፡ሓያል ምዃን ጸዋር ።
    ፍትሓዊት ዲያ ዕድል
    ንሳ ዲያ ትህብ፡ ንሳ ዲያ ትኽልኽል
    ዕድልካ ከተጸብቕ፡ ትብላሓት ዕድልካ ክትመርሕ
    ጻማ ኣለዎ ጻዕሪ ኣትሪርካ ክትሰርሕ
    ኣቤት ትጽመሞ ነብስኻ ትገንሕ
    ኣብ ባሕሪ ሓሳብ ተምሲ ትወግሕ።
    መዓልታዊ ጉያ
    ነፍስ ወከፍ ንናይ ሓባር ሞያ
    ምንባር፡ እታ ናይ ሓባር ሞያ።
    መዓልታዊ ጉያ
    ነፍስ ወከፍ ንናይ ሓባር ሞያ
    ምንባር፡ ሓያል ምዃን ጸዋር።
    ኣይትተሓለሊ
    ዓለም ናይ ጸዋራት እያ ናይ ሰብ ዓቕሊ
    ክገጥማ እየ በሊ፡ ልዕሊኣ ሓይሊ ።
    ሰናይ ሓሲብና ሰናይ ንጸውዕ
    ብርሃን ንጉዕዞ እዩ ተስፋ ሽግና ንወልዕ
    ኣብ ውሽጥና ኣሎ ሓይሊ ከውሒ ዘልምዕ።
    ሰናይ ይምነ ሰናይ ንዓኻ
    ኣብ ርሑቕ ኣብ ቐረባ ትነብር ዘለኻ
    ኣዕሙቕካ ጠምት ተረድኦ ንሓይልኻ።
    ሰናይ ይምነ ንውሉድ ወላዲ
    ብርሃን እዩ ጉዕዘይ ተስፋ እዩ ነዊሕ መንገዲ
    ሽሻይ ዘለዎ ራእይ ናይ ብርኩት ዓውዲ።
    ሰናይ ሓሲበ ሰናይ ይምነ
    ላዕሊ ጠሚቱ ናብ ሸቶ ንዝሃቀነ
    ምስ ዘይሕለል መንፈስ ኩናት ዝተፈተነ።
    ኣነ ገነት ኣይሓተትኩን
    ልሙድ ሕልመይ፡ ንቡር እዩ ትጽቢተይ
    ምረት ናብራስ ይኽእሎ እየ፡ ሰላም ቤተይ ጥዕና ንብረተይ።
    ዘይጽገብ ሂወት ይህንጠ ፡ ድሙቕ ግዜ ዘየሰልችው ወቅቲ
    ቐትሪ ጸሓይ ምስ ደበና፡ በርቂ ማዕዶ ዝርእየሉ ለይቲ።
    ሰናይ ሓሲበ ሰናይ ይምነ
    ላዕሊ ጠሚቱ ናብ ሸቶ ንዝሃቀነ
    ምስ ዘይሕለል መንፈስ ናብራ ዝተፈተነ።
    ሰናይ ሓሲብና ሰናይ ንጸውዕ
    ብርሃን ንጉዕዞ እዩ ተስፋ ሽገና ንወልዕ
    ኣብ ውሽጥና ኣሎ ሓይሊ ከውሒ ዘልምዕ።
    ሰናይ ይምነ ሰናይ ንዓኻ
    ኣብ ርሑቕ ኣብ ቐረባ ትነብር ዘለኻ
    ኣዕሙቕካ ጠምት እመኖ ንሓይልኻ።
    ሰናይ ይምነ ዕሸል ንዓኻ
    ሂወት ትጅምር ጌና ትላለ ዘለኻ
    ደፊርካ መክት ኣብ ዓለም ኣይትፍራሕ ኣጆኻ ።
    ድሙቕ ሂወት እየ ዝምነ
    ድኽም ውዒልካ ኣፍሪኻ ተዕርፈሉ
    ወናኒ ፍቅሪ እየ ዝምነ
    ናፊቕካ ዓጊብካ ትሓድረሉ።
    ስቓይ ሕማም ንዝሰገሮ
    መቐረት ጥዕና መን ይነግሮ
    ምረት ኲናት ንዝረኣየ፡ መቐረት ናይ ሰላም መን ይነግሮ።
    ሰናይ ሓሲብና ሰናይ ክጽውዕ
    ብርሃን ንጉዕዞ እዩ ተስፋ ሽገና ንወልዕ
    ኣብ ውሽጥና ኣሎ ሓይሊ ከውሒ ዘልምዕ።
    ሰናይ ሓሲበ ሰናይ ክምነ
    ላዕሊ ጠሚቱ ናብ ሸቶ ንዝሃቀነ
    ምስ ዘይሕለል መንፈስ ናብራ ዝተፈተነ።

    ሰናይ ይምነ ንውሉድ ወላዲ
    ጸኒዕካ ይውዳእ እዩ ጉዕዞ ናይ ነዊሕ መንገዲ
    ሽሻይ ዘለዎ ራእይ ናይ ብርኩት ዓውዲ።
    ሰናይ ይምነ ሰናይ ንዓኻ
    ኣብ ርሑቕ ኣብ ቐረባ ትነብር ዘለኻ
    ኣዕሙቕካ ጠምት እመኖ ንሓይልኻ።
    እንታይ ኢዩ ምንባር ምስ በልኩ፡ ዘይፍለየኒ ሰብ ዘኪረ
    ሎሚ ምሳና ዘየለ፡ ክንሁር ኢዩ ከም ዝተፈጥረ
    ትርጉም አዊጀ ሂዎቱ፡ ኣብ ክንዲ ሂወት እምነት ምስኣፍቐረ
    ምንባር ንመን ትግቦኦ፡ ምስሕመቐይ ካብኡ ተማሂረ።

  • @ሳምሪነኝሳቂታ
    @ሳምሪነኝሳቂታ 5 ปีที่แล้ว +1201

    ኣቢተይ ዝፈቱ ከምዚ ከማይ እንተሎ ላይክ

    • @danielabreha5834
      @danielabreha5834 5 ปีที่แล้ว +13

      ንዓኽውን ንፈትወኪ ኢና

    • @messikane274
      @messikane274 5 ปีที่แล้ว +4

      Shikor l love you

    • @streritube1948
      @streritube1948 5 ปีที่แล้ว +8

      ኣብርሸይ ምምህር ሂወተይ ኮታስ ፍቅሪ ዩ ንዓይ

    • @tsinatbrhane1356
      @tsinatbrhane1356 5 ปีที่แล้ว +3

      @@danielabreha5834 gunuf

    • @samisami5687
      @samisami5687 4 ปีที่แล้ว

      sestar
      eke

  • @moonlight-tf2sg
    @moonlight-tf2sg 5 ปีที่แล้ว +24

    abrihimo ንሕና ውን ሰናይ ንምነየልካ ኣብቲ ዘለካዮ ደላይ ፍቅሪ ደላይ ሰላም ኣብርሃም ብርሃን

  • @kflommhretaeb6281
    @kflommhretaeb6281 4 ปีที่แล้ว +52

    እንታይሞ ምንባር ተኸልኪልካ ኣሕሕሕሕ ንዓይ ብፉልይ እዩ ዝራኣየኒ ዙር ፍሽኽታ ኣመለይ እስከ አንተልኹም ብስም ታምሸት እቲኣ ኣብ ሳዋ ዘሕደረና like ሃቡኒ

    • @mussiedebesay2350
      @mussiedebesay2350 3 ปีที่แล้ว

      እታይ ከንገብር እም ኣብርሂም

    • @samharamen2584
      @samharamen2584 6 หลายเดือนก่อน

      🥺🙏🏿❤️

  • @atakltiteages-rb9ub
    @atakltiteages-rb9ub ปีที่แล้ว +1

    ናይ ብሓቂ ምንባር ሓያል ሙዃን ጸዋር የድሊ
    ወትሩ ኣብ ልብና ኣቦ ሙዚቃ ኤርትራ
    ኣብርሃም ኣፈወርቂ

  • @natnalgebrehiwet811
    @natnalgebrehiwet811 4 ปีที่แล้ว +6

    ምንባር ንግሆ ንግሆ ምጂማር ምንግስስተ ሰማይ የዋርስካ ።

  • @beayemehari4837
    @beayemehari4837 3 ปีที่แล้ว +2

    ኣብርሃም።መጽሓፍ ቅዱስ ኣንቢበ ካብ ዝጸናናዕ፡ሓንቲ ደርፊ ናይ ኣብርሃም ኣፈወሪቂ ተጸናንዓኒ።

  • @abizzhabzzreactionyt7817
    @abizzhabzzreactionyt7817 5 ปีที่แล้ว +23

    Wow tnx more regatino ቃላት የብለይን ነዛ ደርፊ ክገልጽ ካብ ነዊሕ ዝጽበያ ዝነበርኩ ደርፊ እያ ክኣ
    😘...... *ምንባር ንመን* ...... 😘

    • @efremmeheri2691
      @efremmeheri2691 5 ปีที่แล้ว +2

      እንታይ ገባሪት እያ እዛ ርጋኣት ኣምሽይ !
      ን 6 ዓመት ዝኣክላ ድም ዘበዐትና እንድያ ከተመስግን ደሊኻ ን ኣብሪሂሞ ኣመስግኖ

    • @abizzhabzzreactionyt7817
      @abizzhabzzreactionyt7817 5 ปีที่แล้ว +4

      @@efremmeheri2691 abraham balu endu gin dagmay knsemo zgbret bala eya

  • @eripoweryoutube5085
    @eripoweryoutube5085 2 ปีที่แล้ว +1

    ብጣዕሚ ተስፋ ቆርጸ ተበሳጭየ ኣክለይ ጸቢቢኒ ኣብ youtub ኣቲየ ብናይ ኣብራሃም ደርፊ ቡዙሕ ነቢዔ እንደገና ቢተስፋ ይጎዓዝ ዕላማይ ንካሃርም ይተባባዕ። የሳልተልካ በሉኒ ፈተዊቲን ኣፊቀርቲን ኣብራሃም

  • @SimonMana-b8r
    @SimonMana-b8r 5 หลายเดือนก่อน +5

    24/7/2024/ኣብርሃም መምህር ሂወት ።

    • @Wedizerit2736
      @Wedizerit2736 5 หลายเดือนก่อน

      29/07/2024❤❤❤❤❤

  • @MamiteyyMaylife-tq3nu
    @MamiteyyMaylife-tq3nu ปีที่แล้ว +2

    ካብቲ ሕማቅ ዝገጥመኒ
    ኩሉ ኣይኮነን ዝጎድኣኒ
    ዕድለይ ኣይትጥለምኒ
    ኣቢ king of art

  • @colorado2218
    @colorado2218 5 ปีที่แล้ว +24

    አስካብ ዓለም መወዳታ kulu ሰብ ናይ አብርሃም ደርፊ ይሰምኧ ::

  • @musietekleab1411
    @musietekleab1411 3 ปีที่แล้ว +1

    ኣይተሓለሊ
    ዓለም ናይ ጸዋራት ያ
    ናይ ሰብ ዓቕሊ
    ልዕሊኣ ሓይሊ ኣብርሃም መምህር ተስፋ መምህር ዓቕሊ ሓፈሻዊ ንሂወት ብዕምቆት ዝዳህሰሰ ፍላስፋ ኣብ ገነቱ የንብርካ ሓላል

  • @wedihagos1533
    @wedihagos1533 5 ปีที่แล้ว +6

    ኣብርሽ ኣቦ ጥበብ ውሉድ ባርያ 100%

  • @kdstihaftiaman4244
    @kdstihaftiaman4244 5 หลายเดือนก่อน +3

    መን ኣሎ ከምዚ ከማይ 2024 ናብራን ናፍቆት ስድራን ከቢድዎ ተስፋ ክገብር ዝሰምዓ ዘሎ

  • @medhaniegenzebu6945
    @medhaniegenzebu6945 5 ปีที่แล้ว +11

    ምንባር ሓይል ምኾን ጸዋር ምንባር ንዘልካ ምፍካር ምንባር ዕላማ ናይ ሓባር

  • @mehretabgoitom8404
    @mehretabgoitom8404 2 ปีที่แล้ว +2

    Congratulation my Eritrean Brother,
    ❤ ጸቡቅ ዕድል ይምነየልካ አጆካ።
    አነ ነዊሕ, ነዊሕ ዓመታት አብ ሃገር ጀርመን ዝቅመጥ እየ። ሕጂ አብ ከተማ Stuttgart ዝባሃል ይቅመጥ 17 ዓመት ገይረ ጠቅላላ አብ ጀርመን 42 ዓመትን 9 ወርሕን ገይረ።
    አብ ዝተፈላለየ ከተማታት ብስንቂ ወረቀት መቀመጢ ዘይኹነስ ትምህርትን ስራሕን ነይሩ።
    ኤርትራዊ ሐወይ ጸቡቅ ዕድል ይምነየልካ። ናይቲ ትቅመጠሉ ዓዲ ቖዎንቃ (Language) ጸቡቅ ጊርካ ካአሎ።
    ብዘይ መፍትሕ ማዕጾ አይክፈትን እዮ።
    ብዘይ ቖዎንቃ (Language) ናታ ትቅመጠሉ ዓዲ ለውጢ አብ ነብስካ አይትገብርን ኢካ።
    ስለዚ ተማሃር, ብድሕራኡ ቀስ ኢልካ ኹሎ ክትበጸሖ ኢካ።
    ኤርትራዊ ሐወይ ጸቡቅ ዕድል።
    2023 ትመጸእ አላ ናትካ ዓመት እያ መብራህቲ (ብርሃን) ዓመት ይግበረልካ።
    ምስ ስላምታ
    ካብ አብ ገጀረት (አስመራ) ዝዓበየ ግን ብዙሕ ዘይራአየ ቦንእሽትኡ ዝተስደደ ሕጂ....,

  • @elsahagos1792
    @elsahagos1792 5 ปีที่แล้ว +18

    ኣብርሽይ ኣብ የማናይ ኢዱ የንብርካ ፈጣርይ 👍💖💖💖❤️❤️❤️❤️❤️🌹🌹

  • @tellcomtv8887
    @tellcomtv8887 5 ปีที่แล้ว +4

    ኣብራሃመይ ኩሉ ግዜ ወቱሩ ኣብ ልበይ መምህር ሂወት

  • @MGMAKAVELI
    @MGMAKAVELI 2 ปีที่แล้ว +5

    #ምንባር
    ፊት ጩራ ወጋሕታ ኣዕዋፍ ክዝምራ
    ከም ትማል ከም ጽባሕ መዓልተይ ጀሚራ
    ምንባር፦ንግሆ ንግሆ ምጅማር
    በመገድና ሂወት ንስጉማ
    በብዝጥዕመና ንዕድልና ንገጥማ
    ምንባር፦ ዕላማ ናይ ሓባር
    ዘይዓርፍ ጉያ ፡ ብዙሕ ሜላ ንናይ ሓባር ሞያ
    ምንባር፦ ከይረብረብካ ምጽዓር
    መዓልታዊ ጉያ ፡ ነብሲወከፍ ንናይ ሓባር ሞያ
    ምንባር፦ ንዘለካ ምፍቃር
    7 ግዜ ወዲቕካስ 8 ግዜ ግን ተስእ
    ክሳድ'ታ ኩርባ ክትወጽእ።
    ኩሉ ኽንኪ ዘይኮነስ ፡ንክውሰኽ'ዩ ዝነብር
    ዝጽዕር ዓቕሙ ዝገብር።
    ካብቲ ሕማቕ ዝገጥመኒ ፡ ኩሉ ኣይኮነን ዝጎድኣኒ
    ዕድለይ ኣይትጥለመኒ።
    ዘይዓርፍ ጉያ ፡ ብዙሕ ሜላ ንናይ ሓባር ሞያ
    ምንባር፦ ተፈቲንካ ምምሃር
    መዓልታዊ ጉያ ፡ ነብሲወከፍ ንናይ ሓባር ሞያ
    ምንባር፦ ሓያል ምዃን ጸዋር
    ፍትሓዊት ድያ ዕድል ?
    ንሳ ድያ ትህብ ንሳ ድያ ትኽልክል
    ዕድልካ ከተጸብቕ ፡ ትበላሓት ዕድልካ ክትመርሕ
    ጻማ'ለዎ ጻዕሪ ኣትሪርካ ትሰርሕ
    ኣቤት ትጽመሞ ነብስካ ትገንሕ
    ኣብ ባሕሪ ሓሳብ ትመሲ ትወግሕ
    (መዓልታዊ ጉያ ፡ ነብሲወከፍ ንናይ ሓባር ሞያ ምንባር፦ ሓያል ምዃን ጸዋር)2
    ኣይትተሓለሊ ፡ ዓለም ናይ ጸዋራት'ያ ናይ ሰብ ዓቕሊ
    ክገጥማ'የ በሊ ፡ ልዕሊኣ ሓይሊ።
    ሰናይ ሓሲብና ሰናይ ክንጽውዕ
    ብርሃን ጉዕዞ'ዩ ተስፋ ሽግና ንወልዕ
    ኣብ ውሽጥና ኣሎ ሓይሊ ከውሒ ዘልምዕ
    ሰናይ እምነ ሰናይ ንዓኻ
    ኣብ ርሑቕ ኣብ ቀረባ ትነብር ዘለኻ
    ኣዕሚቕካ ጠምት እመኖ ንሓይልኻ
    ሰናይ እምነ ንዉሉድ ወላዲ
    ብርሃን ንጉዕዞ'ዩ ተስፋ ናይ ነዊሕ መንገዲ
    ሽሻይ ዘለዎ ራኢይ ናይ ብርኩት ዓውዲ
    ሰናይ ሓሲበ ሰናይ እምነ
    ላዕሊ ጠሚቱ ናብ ሸቶ ንዝሃቅነ
    ዘይሕለል መንፈስ ብናብራ ንዝተፈተነ
    ኣነ ገነት ኣይሓተትኩን-ንቡር ሕልመይ ንቡር'ዩ ትጽቢተይ
    ምረት ናብራስ እኽእሎ'የ - ሰላም ቤተይ ጥዕና ንብረተይ
    ዘይጽገብ ሂወት ይህንጠ - ድሙቕ ግዜ ዘይስልቹ ወቕቲ
    ቀትሪ ጸሓይ ምስ ደበና - በርቂ ማዕዶ ዝርእየሉ ለይቲ
    ሰናይ ሓሲበ ሰናይ እምነ
    ላዕሊ ጠሚቱ ናብ ሸቶ ንዝሃቅነ
    ዘይሕለል መንፈስ ብናብራ ንዝተፈተነ
    ሰናይ ሓሲብና ሰናይ ንጸውዕ
    ብርሃን ጉዕዞ'ዩ ተስፋ ሽግና ንወልዕ
    ኣብ ውሽጥና ኣሎ ሓይሊ ከውሒ ዘልምዕ
    ሰናይ እምነ ሰናይ ንዓኻ
    ኣብ ርሑቕ ኣብ ቀረባ ትነብር ዘለኻ
    ኣዕሚቕካ ጠምት እመኖ ንሓይልኻ
    ሰናይ እምነ ዕሸል ንዓኻ
    ሂወት ትጅምር ገና ትላለ ዘልኻ
    ደፊርካ መክት ኣብ ዓለም ኣይትፍራሕ ኣጆኻ
    ድሙቕ ሂወት'የ ዝምነ- ድኽም ዉዒልካ ኣፍሪኻ ተዕርፈሉ
    ወናኒ ፍቕር'የ ዝምነ- ናፊቐካ ዓጊብካ ትሓድረሉ
    ስቓይ ሕማም ንዝሰገሮ - መቐረት ጥዕና መን ይነግሮ
    ምረት ኲናት ንዝረኤ - መቐረት ናይ ሰላም መን ይነግሮ
    ሰናይ ሓሲብና ሰናይ ንጸውዕ
    ብርሃን ጉዕዞ'ዩ ተስፋ ሽግና ንወልዕ
    ኣብ ውሽጥና ኣሎ ሓይሊ ከውሒ ዘልምዕ
    ሰናይ ሓሲበ ሰናይ ክምነ
    ላዕሊ ጠሚቱ ናብ ሸቶ ንዝሃቅነ
    ዘይሕለል መንፈስ ብናብራ ንዝተፈተነ
    ሰናይ እምነ ንዉሉድ ወላዲ
    ብርሃን ንጉዕዞ'ዩ ተስፋ ናይ ነዊሕ መንገዲ
    ሽሻይ ዘለዎ ራኢይ ናይ ብርኩት ዓውዲ
    ሰናይ እምነ ሰናይ ንዓኻ
    ኣብ ርሑቕ ኣብ ቀረባ ትነብር ዘለኻ
    ኣዕሚቕካ ጠምት እመኖ ንሓይልኻ
    እንታይ እዩ ምንባር ምስ በልኩ- ዘይፍለየኒ ሰብ ዘኪረ
    ሎሚ ምሳና ዘየለ-ክምህር ኢሉ ከም ዝተፈጥረ
    ትርጉም ኣዊጃ ሂወቱ-ኣብ ክንዲ ሂወት እምነት ምስ ኣፍቀረ ምንባር ንመን ትግቦኦ- ምስ ሕመቐይ ካብኡ ተማሂረ
    ሓኪም እዝኒ ዶር ፥ኣብርሃም ኣፍወርቂ ሓምለ 1997

  • @tfyfy7614
    @tfyfy7614 5 ปีที่แล้ว +3

    እዛ ደርፊ ትሰምዕ ዘለኻ ቅድሚ ምስማዕካ ኣብ ኩሉ ኬድካ ላይክ ግበር ቅድም ♥♥♥ስለምንታይ። በለኒ ትንፋስዪ ኣብርሃም በቃ።

  • @weditesfay5985
    @weditesfay5985 5 ปีที่แล้ว +4

    ወዲ አፈወርቂ ጅግና ንEritraena ኽትነብረላ ነርካ ኮሊፎምካ ይክሎፎም አምላኽ 😭😭😭😭😭😭🙈🙈🙈

  • @YonasYosief-jm1eg
    @YonasYosief-jm1eg 9 หลายเดือนก่อน +1

    🤏🤏ስቃይ ሕማም ዝስገሮ መቀረት ጥዕና መን ይነግሮ 🫁🫀
    ምረት ኲናት ዝራኣየ መቀረት ናይ ሰላም መን ይነግሮ 🔥🔥 👌👌 2024

  • @habtitgebremariam7159
    @habtitgebremariam7159 5 ปีที่แล้ว +4

    ዝፈትው ኣብርሃም ኹቡር ሰብ እንታይ እሞ
    ናይ በሓቂ ዝፈትዎ

  • @ቤልጁም
    @ቤልጁም 3 ปีที่แล้ว +2

    ምንባር ንዓካ ኢያ ትግባእ ነይራ ፡ኣብሪሸይ

  • @samsomsamsom5731
    @samsomsamsom5731 5 ปีที่แล้ว +84

    {ምንባር}♥ abi ma life
    7 ግዜ ወዲቅካስ 8 ግዜ ትትስእ..
    ቀስ ኢልካ ኩርባ ክትወጽእ
    ኩሉ ክንኪ ዘይኮነስ እንክውስኽ'ዩ ዝነብር..
    ዝጽዕር ዓቅሙ ዝገብር
    ካብቲ ሕማቕ ዝገጥመኒ...
    ኩሉ ኣይኮነን ዝጎድኣኒ...
    ዕድለይ ኣይትጥለምኒ
    ፍትሓዊት ድያ ዕድል?
    ንሳ ድያ ትህብ ንሳ ድያ ትኽልክል
    ዕድልካ ከተጸብቕ...
    ትባላሓት ዕድልካ ክትመርሕ
    ጻማ'ለዎ ጻዕሪ ኣትሪርካ ትሰርሕ
    ኣቤት ትጽመሞ ነብስኻ ትገንሕ
    ኣብ ባሕሪ ሓሳብ ትመሲ ትወግሕ
    ዘይዓርፍ ጉያ...ብዙሕ ሜላ ንናይ ሓባር ሞያ
    ምንባር ከይረብረብካ ምጽዓር
    መዓልታዊ ጉያ...ነብሲ ወከፍ ንናይ ሓባር ሞያ
    ምንባር ንዘለካ ምፍቃር
    ዘይዓርፍ ጉያ...ብዙሕ ሜላ ንናይ ሓባር ሞያ
    ምንባር ተፈቲንካ ምምሃር
    መዓልታዊ ጉያ...ነብሲ ወከፍ ንናይ ሓባር ሞያ
    ምንባር ሓያል ምዃን ጸዋር "!

  • @senaittesfamichael3635
    @senaittesfamichael3635 2 ปีที่แล้ว +1

    አብርሐመይ ኩልግዜ ንስደት ዘሎ ሕዝብካ ክትደርፍ ከይድካና መን እሎ ከማካን ከምየማነ ባርያ ዘይምኖ ደርፍኩም ኩልግዜ ብዝአባ ሕዝብኩም ክትደርፉ እሕልፊኩሞ መን እሎ ከማኩም ኩልግዜ ክትዝከሩ ትነብሩ መንግስተ ስማይ የዋርስኩም

  • @maraya5990
    @maraya5990 5 ปีที่แล้ว +58

    Our best and legand artist Abraham afewerki we love u ♡u are always in our heart♡🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍

  • @fafi1265
    @fafi1265 5 ปีที่แล้ว +10

    የሚገርም ተሰጦ ምርጥ ስራ ትርጉሙን ባላውቀውም ያለማቋረጥ እየሰማሁት ነው :: Rip Ab

  • @ABIABI-2013
    @ABIABI-2013 5 ปีที่แล้ว +61

    እዞም 4 ሰባት ድስላይክ ጌርጉም ዘልኹም ኣጻብዕትኹም ጥዕምቶ ይዉጻየን ኢለኩም ኣሎኹ !
    Abiiiiii!!!!!!

    • @kaldoneve1185
      @kaldoneve1185 5 ปีที่แล้ว +5

      ማ ማ 12 keman bexihomlka hiji da anes eta mobile gemtilom hizoma nerom keykonu ente tegemtila like eya tikewn eta dislike 😂😂

    • @maitemenai7307
      @maitemenai7307 5 ปีที่แล้ว +1

      ezom hasadatn sereqtn tegaru eyom.

    • @bereketalem1179
      @bereketalem1179 5 ปีที่แล้ว +1

      @@kaldoneve1185 😁😂😂🤣👆

    • @fathergascoigne4609
      @fathergascoigne4609 4 ปีที่แล้ว

      Is that Seth the stoner lol

    • @eritreanboya-g2036
      @eritreanboya-g2036 4 ปีที่แล้ว +1

      ኖ ኣይትጋገ በዘይ ኣፍልጦ ክጥውቑ ይኽእሉ እዮም ምናልባት ህጽናት ፡ እንበር ናይ ኣቢ ዳኣ ከመይ ጌሩ ክወርደልካ።

  • @ወዲሪም
    @ወዲሪም 5 ปีที่แล้ว +16

    በጃኩ ስለ ኣብሪሽ ሰናይ ንመነ

  • @chanelazmarino738
    @chanelazmarino738 5 ปีที่แล้ว +5

    ኣብርሃም ኣሕሕ መምህር ናይ ሂወት ብድሌትካ ንሰብ ትመተሉ ነይሩ አንተ ዝከውን ኩሉ ሰብ መሓለፈልካ ንስካ ሂወት ብዙሓት ኢካ ኩሉ ጊዜ ዝክርታትካ ኣብ ልበይ ኣሎ፤

  • @michalemikimiki2479
    @michalemikimiki2479 2 ปีที่แล้ว +2

    ንኣብርሃም ዝገልጽ ቃላት የብለይን king king 👑🤴🤴👑👑👑👑👑👑👑👑

  • @jesuisfierdemoiiamproudofm834
    @jesuisfierdemoiiamproudofm834 5 ปีที่แล้ว +10

    Nay bhaki Abraham Afewerki ms derftatu ksab nmewt kulu gize ab lbna eu

  • @fthishikor5822
    @fthishikor5822 3 ปีที่แล้ว +1

    ባተሪ ሎው ንዝበለ ተስፋይ ተበራብርን ትመልአን
    ዝገጥሙኒ ብዱሆታት ብዓቅሊ ክጎዓዝ ትመክር መምህር ፍላስፋ ።
    ቃላት የብለይን ኣብ ሕቅፉ የንብርካ።2021

  • @ወዲእንባየ
    @ወዲእንባየ 4 ปีที่แล้ว +4

    ኣብርሃም መምህር ሂወት።

  • @fisshyafisshya8939
    @fisshyafisshya8939 5 ปีที่แล้ว +5

    ፍቃር ለዋህ መጸናንዒ ስንቂ ዕጥቂ ኮሎ ንዝበደሎ ዘታዓርቅ ንዝተጎዶኦ ዝፍውስ ንዝሞተ ዘተስእ ኣብርሃም ኣፈወርቂ ታሪካ ኣብ ልብና ኣሎ ራኢካ ራኢና እዮ እሞ ኣብ ልበይ ኣለካ ወትሮ ተዘክሮ 2006 ኣለኔ ኣብ ድባርዋ ከም ስእሊ ይራኣየኒ ፈቃር ምካንካ ኣመስኪርካ ዘለኣለማዊ ዕረፍቲ ይግበረልካ ።

    • @londondayandnight
      @londondayandnight 2 ปีที่แล้ว

      ኣብ ድባርዋ፡ ዝነበረ ንእሽተይ ሓው ኣለዎ ዝበሃል ሓቂ ድዩ፧

  • @zarazari5017
    @zarazari5017 5 ปีที่แล้ว +10

    Menbar ዕላማ ናይ ሓባር ።

  • @teklemultimikweldemichael9963
    @teklemultimikweldemichael9963 5 ปีที่แล้ว +5

    መርሓባ ኣብርሃም ኣፈወርቂ። መሃርን መጸናንዕን፡ ሓቦ ዘስንቕ ኣቦ መምህር። ኣብ ዘለኻዮ ሰናይ ዕርፍቲ።

  • @ጠቅላላእውቀት-የ2ደ
    @ጠቅላላእውቀት-የ2ደ 5 ปีที่แล้ว +40

    One of the best Eritrean Singer
    Love you From Ethiopia.

  • @zrqrzsfcnppwjlzwfxe
    @zrqrzsfcnppwjlzwfxe หลายเดือนก่อน +1

    Abraham Afewerki: Great singer and great human being…. Oh! You are gone too soon. Very sad. R.I.P❤❤❤❤

  • @georgedrar3963
    @georgedrar3963 5 ปีที่แล้ว +6

    Anes kdmia atia nbaxa zkedkala ab Alba rekibeka nere kulu gize trayenia egzabher nebska ab genet yenbro Abraham abo Musik😘🙏😘

  • @yonie7350
    @yonie7350 4 ปีที่แล้ว +2

    ምንባር ፡ ንዘለካ ምፍቃር ፡ ምንባር ሓያል ሙኻን ጸዋር ፡ምንባር ተፈቲንካ ምምሃር

  • @biniamkesete3584
    @biniamkesete3584 5 ปีที่แล้ว +11

    Ah ate jegna nska’s ketnber nerika gn Dehn Ana eko darfeka enta sema betami eya zehgos mesay km zelka eya dema zehseb 🇪🇷🌹🌹🌹🌹

  • @tittigualeri2151
    @tittigualeri2151 3 ปีที่แล้ว +1

    ኣብርሽ መምህር ሂወት የቅንየልና ናይዚ ኩሉ ውርቂ ሚዛን ዘኾነ ቃላትካ። ኩሉ ግዜ ኣብ ለቢ ነፍሲ ወከፍ ኣለኻ❤❤❤❤

  • @Godenatattiktok
    @Godenatattiktok 5 ปีที่แล้ว +133

    ምንባር ንጉሆ ንጉሆ ምጅማር
    ምንባር ዕላማ ናይሓባር
    ምንባር ተፈቲንካ ምምሃር
    ምምባር ሓያል ምዃን ጸዋር
    ምንባር ከይረብረብካ ምጽዓር ::
    ምዓልታው ጉያ
    ምምባር እቲ ናይ ሓባር ሞያ ::
    ምንባር ንመን ትግብኦ?
    ንዓይ ግዲ 🤩 like ሃቡኒ ኩላ አታ ግጥሚ ክጽሕፈልኩም 😂😂

    • @meharigebreigzabiher3499
      @meharigebreigzabiher3499 2 ปีที่แล้ว

      ምንባር ንጉሆ ንግሆ ምጅማር
      ምንባር ዕላማ ናይ ሓባር
      ምንባር ተፈቲንካ ምንባር
      ምንባር ከይረብረብካ ምጽዓር

  • @Habtiega1
    @Habtiega1 8 หลายเดือนก่อน

    ኣነ ገነት ኣይሓተትኩን ንቡር ሕልመይ ንቡር 'ዩ ትጽቢተይ ኣብሪሽ እንታይ እሞ እዛ ዓለም ጎደሎ ❤❤

  • @nattyasrat2078
    @nattyasrat2078 5 ปีที่แล้ว +92

    One who lives in all Eritreans people heart

    • @natieri2399
      @natieri2399 3 ปีที่แล้ว

      Kburat yehwat ab Nati eri subscribe kttehababeruna bthtna nehatekum yehwatey

    • @nebiattesfai7135
      @nebiattesfai7135 2 ปีที่แล้ว

      2

    • @ሓኔታ-ጸረህግደፍ
      @ሓኔታ-ጸረህግደፍ ปีที่แล้ว

      True he is eternal in our heart

    • @Co_equal
      @Co_equal ปีที่แล้ว +1

      He is always remembered in Ethiopia. I love him !

    • @RobelMukur
      @RobelMukur 5 หลายเดือนก่อน

      ​@user-😅xt1hb9wq2p

  • @Amiti12329
    @Amiti12329 ปีที่แล้ว +1

    Ab texi tesfa qorixe keleku yxhfea aleku xeluyley 😢😢 gn nay abreham derfi tesfa tkoneni ala ❤🇪🇷

  • @shishiAlexander
    @shishiAlexander 4 ปีที่แล้ว +3

    ኣብ ስነ ጥበብ ቀዳማይ ምርጫይ ንሱ ዩ ኣብረሃም መድሃኒት ብድምጺ ጥበብ (።)

  • @nebizerai8204
    @nebizerai8204 5 ปีที่แล้ว +7

    Oyyyyyyy abrham afwerki ya hoooo wedi 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 LEGEND