ተራ ሃገራውነት ኣብ ቃልስና

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 17 มิ.ย. 2024
  • Join this channel to get access to perks:
    / @meronsat7665
    @DEHAY TV @ZENATIGRIGNA @zarafltet @solomedia9376 @AlenaWaltaHager @fnanappinfotech @DrSharonWoldu @neshnesh_show @EriOneTouchEntertainment @MahdernaEntertainment @MahderPro @zomaychannel @erisat @eritv ‪@meronsat7665‬

ความคิดเห็น • 43

  • @Marhu777
    @Marhu777 8 วันที่ผ่านมา +7

    ብጣዕሚ ስማርት መንእሰይ ፡ቀጽሎ ፡ሜሮን ድማ ከምዚኦም ምምጻእካ ሓያል ጥበብ ትጥቀም ሰብ ኢካ ኣተሓትታ ይኩን ዓቕሊ ቀጽሎ ሜሪ ብሮ❤

  • @-se9hk
    @-se9hk 8 วันที่ผ่านมา +2

    ሜሮን ጅግና በጃኻ ከይትሓለልካ ምዓዶም menaasey🇪🇷❤️

  • @tesfamariamfesseha5470
    @tesfamariamfesseha5470 8 วันที่ผ่านมา +1

    ❤❤❤❤ ብራዎታት እዋይ ክነፍዑ ኣምላክ ምሳኩም ይኩን ጽቡቅ መግለጺ ኣጆኩም ሓቂ ትስዕር ይንዋሕ ይሕጸር በዘየገድስ ሓቂ ኢዩ ዝስዕርሞ ኣጆኩም።

  • @sofiafeshaye1569
    @sofiafeshaye1569 8 วันที่ผ่านมา +1

    You are right young man.

  • @yikealobeyene9696
    @yikealobeyene9696 8 วันที่ผ่านมา +1

    ንፋዓት መንእሰያት! ብሓቂ ድማ የድንቀኩም ! እስከ ኣታዓብቢያና ምልስ ኢልና ንርኣዮ ወለድና ወይ ዓበይቲ ኣያታትና ኣብ ዝኮነ ኣጋጣሚታት (ብውዳበ/ኣኬባ መልክዕ) ከም ዓቢ ዋኒን ሰሪዖም ብዛዕባ ጽልኢ ጎረባብትና(ኣውራጃታት) ኣስተምህሮ ሰሚዕኩም ትፈልጡ? እሞ ዳኣ ወለድና ምስ ሕጽረት ኣፍልጦ ማለት መግዛእቲ ዝፈጠሮ ሕጽረት ትምህርቲ ኣብዝነበሮም ግዜ ዘርእይዎ ዝነበሩ ውህደት (cohesiveness) ንመልከት ኣብ መንጎ " ጀብሃን ህዝባዊ ግንባር " ዝነበረ ቅልስ ከህድእዎ ዳኣ ይቃለሱ ምንባሮ ንፈልጥ እምበር ኣይተጸምበርዎን ፡ ከምዚኣቶም ዝኣምሰሉ ብሉጻት ወዲ ዘዕበይና ሕብረተሰብ ሕጂ ዳኣ ካበይ ዝመንጸወ ጸቢብ ኣታሓሳስባ እሞ ካኣ ኣብ ሓንቲ መተንፈሲ ዘየብላ ኣውራጃ ተዓምጺጽካ እንታይ ዝበለ ዕብየት ክትጓናጸፍ ተክእሎ ስለዘሎ ኢና ኣብ ጓል መንገዲ ዕንክሊል ክንብል ግዜ ነማክኖ ዘለና! ሓሳበይ ከጣቃልል ኣውራጃውነት መሕብኢ ኣይንጠቀመሉ ፡ መለክዒ ትሑት ርዱኢትና ምኳኑ ውን ክንፈልጥ ይግባኣና።
    ንጹር መርገጺ ዝሓዝኩም መንእሰያት ኢኩም ኣብ መትከልኩም ክትጸንዑ ክላቦ እፈቱ።

  • @tesfamariamfesseha5470
    @tesfamariamfesseha5470 8 วันที่ผ่านมา +1

    ❤❤❤❤❤❤❤ ታዓወቱ ደቂ ዉጹዕ ህዝቢ ኤርትራ ።❤❤❤❤

  • @mulubrhan6615
    @mulubrhan6615 8 วันที่ผ่านมา +3

    Abzi aleka libona azmarino❤❤

  • @hababuway3181
    @hababuway3181 8 วันที่ผ่านมา +1

    ጽቡቅ መግለጺ

  • @eit31M
    @eit31M 8 วันที่ผ่านมา +2

    Bisul menisey !!❤

  • @frtunagebrengus6146
    @frtunagebrengus6146 8 วันที่ผ่านมา +1

    Nay bhaqi 💙💙💙💙

  • @AfromWeldehaymanot
    @AfromWeldehaymanot 8 วันที่ผ่านมา +2

    ሃገረ ብዩቱብ። ኣይሂነጽን አዩ
    ህግደፍ ተኣረገ ደቁ ኣለዊ ኣይትሰከፍ ዝሓወይ

  • @terhasfessehazion7785
    @terhasfessehazion7785 8 วันที่ผ่านมา +1

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
    Wahrnah halewaha
    Nisuse Sabine
    Akanatete wareseye nikahalo
    Ahbezineberekum
    Behalebelaroba

  • @merrygebrekidan7672
    @merrygebrekidan7672 8 วันที่ผ่านมา +1

    Lebam zereba 💎🦋🦋🦋🦋🦋🦋🦋🦋🦋

  • @-se9hk
    @-se9hk 8 วันที่ผ่านมา +1

    ኣብ አስራል ዘሎኩም ዓገብ ሰብ ምክትታል
    ጸሎት ግበሩ መጽሓፍ ክዱስ ኣንቡቡ ንስድራኩም ራኣዮኡ ነደኩም ደውሉላ ከመይ ከብዳ ሓክፋ ኣላ ተተካኤሉ ናብ ካኣል ሃገር ክትወጹ ፈትኑ ካብ ሰብ ምኽታል ካብ ዘብ ዝከትለካ ዝኸፍአ የለን aytashwo ንዳመን ክታሞ ዘብ ከትኣልካ ኣበስርበት ትበልይ

  • @solomonteshagerethiopian6483
    @solomonteshagerethiopian6483 8 วันที่ผ่านมา

    Yes very articulate 👌

  • @shemutesfagabr4835
    @shemutesfagabr4835 8 วันที่ผ่านมา +2

    Ktkalesu mesel alekum emni kitdirbiu gin mesel yeblkumin. Hizbi enachefchefka zregagets fitihii yelen mejemerta hizbukum akburu

    • @Marhu777
      @Marhu777 8 วันที่ผ่านมา

      ነቲ ዝርኣናዩ ጽቡቕ ምድናቕ ንልመድ እሞ ፡ሰብ እምኒ ባዕሎም ክጠፍኡ ዮም

  • @AfromWeldehaymanot
    @AfromWeldehaymanot 8 วันที่ผ่านมา +1

    ብዛዕባ ሃገሪ ዲሓስብ ንሃገሩ ደበሪኪት
    አምበሪ ኣብ ዝጥዕመካ። ከንካ ምምራሪ
    ኣፉካ ክሳብ ዝዓፊሪ ዘረባ ሃገሪ ኣይከዊንን

  • @merrygebrekidan7672
    @merrygebrekidan7672 8 วันที่ผ่านมา +1

    Anbesa

  • @tesfamariamfesseha5470
    @tesfamariamfesseha5470 8 วันที่ผ่านมา +1

    ሓቅካ ኣብ ስቃይ ህዝቦም ዝዕንድሩስ ያ ሃገራዊ ክባሃለለይ።ጽቡቅ ገይሩ ይገልጾም ኣሎ ኖቶም ዕንቅፋት ዝኮኒ።

  • @ltekeste963
    @ltekeste963 7 วันที่ผ่านมา

    amen eka ktdms ms men ke eka ktnebr

  • @mebrahtufessehazion4473
    @mebrahtufessehazion4473 8 วันที่ผ่านมา

    ዓርከይ ሰሪ በዓል ከማኹም ዝቅሰለት ኤር

  • @hareguha4116
    @hareguha4116 7 วันที่ผ่านมา

    Ezi iyu ab TikTok tekorixu katu zelewo! Abey aleku Deki Erey eske nebiyo nezi bxay

  • @marthaaron8126
    @marthaaron8126 6 วันที่ผ่านมา

    HaHaHa

  • @terhasfessehazion7785
    @terhasfessehazion7785 8 วันที่ผ่านมา

    Eritrea 🇪🇷 guderekiba habeYenerekumo
    Iziomo Behleikilele
    Eritrea 🇪🇷 sebehalewa

    • @mebrahtufessehazion4473
      @mebrahtufessehazion4473 8 วันที่ผ่านมา

      ዓርከይ መሓሕል ልሳንካ ንካልእካ ተጠቀመሉ። ምልኣት ዘለዋ ኤርትራ ሃገር ኣላትና።ኩሉ ዝጎደለ እንተድኣ ሃልዩ በቲ ምልኣት ዘለዋ ሃገር ኣላትኒ ኢሉ ዝኣምን ኪምላእዩ። ንምንም ናይ ውሽጥን ናይደገን ምስሉያት ዝኣትወሉ ፈቃቅ ዘይብሉ ብሐድነት ህዝባን ምክብባር እምነታታን ብዋጋ ደምን ኣዕጽምትን ዜጋታታ ዝሰጠመ'ዩ። ብሓይሊ ፈልቂቁ ክኣቱ ንዝፍትን ከኣ መውጽኢ የብሉን። ኣብዚ ኣብ ምዕቡል ጫካ ኴንካ ግን መላሲ ዘይብሉ ዝመስለካ ክትብል መን ይኸልኣካ? ኣብ እዋኑ ግን ዋጋ እኩይ መልሓስካ መልሰ ተግባር ከምዝጽበየካ ኣይትስሓት።
      እታ ሃገር ግን ዕድለኛያ አአኩያትኩም ተሓሒኹም ዝወጻኹምላ።

  • @yohennasasres6871
    @yohennasasres6871 8 วันที่ผ่านมา +1

    Meshkenken ayedln yu gedfe eza hager ntna nay hamsin eya nena dow elna alen zekrba haye 🇪🇷🦾

    • @user-bb7mg3st5z
      @user-bb7mg3st5z 6 วันที่ผ่านมา

      😂😂😂 ሓደ ካብቶም ጸበብቲ ዝበሎም ኢኻ ንስኻስ።ቁሩብ

  • @marthaaron8126
    @marthaaron8126 6 วันที่ผ่านมา

    It’s not political just propaganda

  • @solomonteshagerethiopian6483
    @solomonteshagerethiopian6483 8 วันที่ผ่านมา +1

    ab Eritrea hagerawunet aykonen xegem zekawun zelo issiasnet eu eti xegem 🤷‍♂️🤷‍♂️🤷‍♂️

    • @hareguha4116
      @hareguha4116 7 วันที่ผ่านมา

      Fashizm iyu iluwo eko tsbuk geyru gelixwa alo

  • @wediselie2621
    @wediselie2621 8 วันที่ผ่านมา

    Ata wedi kelbi Meron sat hgdef mendef dika welas Teqawami hadiau haz wedi kintit snia keytisian Ok wedi kurkur hgdef

  • @mihrethayelom7979
    @mihrethayelom7979 7 วันที่ผ่านมา

    Xegemey kedem zgebereni sle zfelet afetathuu kea ydeli: xegemey baley zelekwo zfethaley enber mngar ayedlyenin eyu: Nxegemey msarhi geru Agenda xelaie zesasi zelo eyu bshm Fthi 🇪🇷wi mtfae teatiko zelo😏

  • @zeritweldit4619
    @zeritweldit4619 8 วันที่ผ่านมา

    ጨለ መልሓስ እኳ በዚሕና፡ ስራሕኩም አባ ግበሩ ነቲ ኣበ ኤርትራ ዘሎ ይክበዶ። ዑሱባት ፈላጣት አውረጃውያን።።።።።።።

    • @hareguha4116
      @hareguha4116 7 วันที่ผ่านมา

      Kab resah melhas kabnatka natom chele yihayish hawey 😊

  • @user-lp2ql2xg6g
    @user-lp2ql2xg6g 8 วันที่ผ่านมา +1

    Kab Awrajawyan 100% hgdf yhshena

    • @hareguha4116
      @hareguha4116 7 วันที่ผ่านมา

      Kab Hgdf eziom menseyat dekna yihishuna. Tesfa alewom beal Sami mokonen Merion

    • @mihrethayelom7979
      @mihrethayelom7979 7 วันที่ผ่านมา

      ​@@hareguha4116 Hgdef eko🇪🇷🇪🇷🇪🇷wnet eyu kltiom kea 💪🏾💪🏾💪🏾🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷wyan b zaba Hzbn Hagern Eritrea zhasbu💪🏾🇪🇷❤️

  • @wedensaedebesay
    @wedensaedebesay 8 วันที่ผ่านมา

    ሳክት ሓሳዊ በውራጃ ክትከፋፍል እንዳወዓልካ ኣብዚ መጺኻ ለመጭመጭ ኣይትበል ኩሉ ግዜ ሃገረይ ክብል እየ እበር እንዳምን ኣዴኻ ደኣ ሃገረይ ክብል ሜሬ ግን ሰብኣይ ሰቡኡት ኢኻ ንሶም ካብ ዲክታተር ንላዕሊ እንታይ ዘፍሊ ኣለዎ?

  • @user-je1ef3ye7k
    @user-je1ef3ye7k 8 วันที่ผ่านมา

    ኣታ ለክባት መሮን መንነት ኣልቦ ኣብ ኣስመራ ኢካ ተወሊድካ ኢንታይ ኣውራጃ ዘይብልካ ሃሳዊ ተረፍ ኮንዶም ደርጊ ኢካ ለክባት መንነት ኣልቦ ኣቦካ ካብ ደምቢያ ከም ጋሳ ኢሱብ ባሪያ ኢዩ ምጺኡ ጎንደሪየ ኢካ ክክክክክክክክ😂😂😂😂😂🎉

    • @knowyourself.4103
      @knowyourself.4103 8 วันที่ผ่านมา +3

      ድንቁርና ቤት ሃነጸት ተንኮልን ክፍኣትን ተጎልበበት፡ምህሮ ጸሊኣ እንሆ ክኣ ዕሽነት ተሰኪማ ኣብ ጸርፍን ኣውራጃውነት ዝብል ተጎልቢባ ለባም መሰለት፡ኦ ጥበብ በጃኪ ባ ኣብ ከምዚኦም ዝበሉ ሰባት ሕደሪ ምስ ነብሶም ክላለዩ ፍቐድሎም እቲ ዝኸፍአ ክፍኣት ኣብ ነብስኻ ምኲብላል እዩ ሞ ነብሶም ክፈልጡ ሓግዝዮም(ጥበብ)