New Eritrean Video 2024 ዝኽሪ ፍቕሮም ፊልን ሚካልን 1ይ ክፋል (ምስ ዘለኒ ከቢድ ስንክልና ክምርዓው ሓሲበ ኣይፈልጥን'የ) PART0 1

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 20 พ.ย. 2024

ความคิดเห็น • 2.9K

  • @SamGilay
    @SamGilay 4 หลายเดือนก่อน +181

    ካብ 16 ዓመት ተማሂረ ዚሓዝክዎ ናይ ዲግሪ ድንቁርና፡
    ኣብዛ 2 ሰዓት ዝተመሃርክዎ ናይ ህይወት ዲፕሎማ ይመርጽ። እግዚኣቢሄር ኣብ ኩሉ ህይወትኩም ኣይፈለይኩም መምሃራነይ❤❤❤።

  • @efremmered
    @efremmered 5 หลายเดือนก่อน +249

    ኤረትራዊት ንግስቲ ኢለኪ አለኹ አብ ምድሪ ዓለም ከለኺ መንግስተ ሰማያት አቲኽያ እግዛብሄር አምላኽ ድማ ስለ እቲ ቁዱስ ተግባርኪ ከማኹም ጵቡቓትን ሙሉኡ ጥዕና ዘለዎም ቖሉዑት ክህበኩም እዮ ብዝተረፈ 100% ምልእቲ ሰብ ኢኺ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም

    • @Metkeli
      @Metkeli 4 หลายเดือนก่อน +1

      Amen amen amen 🙏🇪🇷🇪🇷🙏

  • @Yehdego
    @Yehdego 4 หลายเดือนก่อน +56

    እዚኣ እታ ሄዋን ጎደሎ ኣዳም ክትምልእ ዝተፈጥረት ናይ ዘመንና ሄዋን እያ ❤❤❤

  • @Merkebመርከብ
    @Merkebመርከብ 4 หลายเดือนก่อน +45

    Proverbs 19 ትግ - ምሳሌ
    14: ቤትን ሃብትን ካብ ወላዲ ይውረስ፡ ለባም ሰበይቲ ግና ካብ እግዚኣብሄር እያ።
    ለካ 21ክፍለ ዘበን እውን ከማኪ ዝበለት ቡኩሉ ሙሉእ ዝሃባ ጓል አንሰተይቲ አላ እያ ተመስገን ፈጣሪ እግዚአብሔር አምላክ መርዓ አብራሃምን ሳራን ይግበረልኩም ሓፍትኩም ጓል ትግራይ❤

  • @iyassuasghedom3466
    @iyassuasghedom3466 4 หลายเดือนก่อน +89

    ግልጽን ፍጹም ብሩህ ኣእምሮ ዘለዋ ቅድስቲ (ፍልይቲ) ፍጥረት እያ።

    • @girmayteame5327
      @girmayteame5327 4 หลายเดือนก่อน +1

      Kidankum Amlk ybarkrkalkm

  • @zeweldihaile2718
    @zeweldihaile2718 5 หลายเดือนก่อน +911

    ነዛ ብርኽቲ መርዓት ኣነ ብወገነይ ግለጻ እንተኢልኩምኒ የብለይን፡ እስኪ ግለጽዋ በጃኹም፡፡ ማርያም ድኣ ከይትኸውን፡፡

    • @ayahans
      @ayahans 5 หลายเดือนก่อน +33

      ዋላ አነ ብጣዕሚ ከምዚአ ስ 1000 ይፈጠራ ዩ ዘብል

    • @rutagebreslase1862
      @rutagebreslase1862 5 หลายเดือนก่อน +22

      Gal maryam eya welte mikal blxti thti ❤❤

    • @Rsweet2256
      @Rsweet2256 5 หลายเดือนก่อน +16

      ብሓቂ ምስ ውሽጠይ ኮምኡ ክብል ጸኒሐ

    • @ghennettesfagiorgis9074
      @ghennettesfagiorgis9074 5 หลายเดือนก่อน +9

      Yes she is amazing ❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷

    • @rutahagos1514
      @rutahagos1514 5 หลายเดือนก่อน +8

      🎉🎉I'm more proud of her 👑💎♥️🇪🇷👍GBU all your family 🙏🏻

  • @Adiam-sz8so
    @Adiam-sz8so 5 หลายเดือนก่อน +238

    አዋይ አዛ ጓል ሲ ሕልናካ ተዘክረካ ከምዚ ከማይ ላዕሊ ላዕሊ ትጥምታ ዘለኪን ነዛ ጓል ምስ ረኣኪን ነብሲኪን ዝወቀሰኪን አዋይ ኣታ ኣምላከይ ትመስገን በዛ ዘለኪዋ ዝበልኪን Like ኣብዚኣ

    • @ክብርቲኣብርሃ
      @ክብርቲኣብርሃ 4 หลายเดือนก่อน +5

      ይገርም ወላ ኣነ ተደኒቀ ኣነካዓ ሰብኣየይ ምንም ዘይብሉ ኢለ ይንዕቆ ብዚኣ ቀኒአ😢

    • @helenhabte4288
      @helenhabte4288 4 หลายเดือนก่อน +1

      Bahaki wela ane

  • @ambesgerberhane1154
    @ambesgerberhane1154 5 หลายเดือนก่อน +143

    ኣነ ውን ተመስገን ኣምላኽ ሰንበት ማዓልቲ ካብዛ ሕረዶ ቅተሎ መሊኣ ዘላ ዓለም ነዛ ለባም ጛልእዝጊሄር ልቦና ምስምዐይ ።

    • @kesetehabte1955
      @kesetehabte1955 5 หลายเดือนก่อน +7

      ብሓቂ ቡሩኽ ሰንበት ኣነ ውን ከምዚኣ ዝበላ ለባም ክትሪኢ እንከለኻ

  • @Nahomaybereket
    @Nahomaybereket 4 หลายเดือนก่อน +33

    ከምዚ ከማይ ኣለኩም ዶ ሳልሳይ ሳዓ ትሰምዕዋም ዶ ኣለኩም ❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @helenaraya672
    @helenaraya672 4 หลายเดือนก่อน +14

    ናይ በሃቅ ለባም ጋል እግዚኣብሔር ዝሰኣኖ የብሉን ዘሃፍተይ ኣጆኪ ኣብ፡ጾም ጸሎት ኣብ ስግደት ኣይትህመቂ ኣብ ሂወትና እቲ ፈተና ካብ ዲያቢሎስ ስለዝኮነ ዝመጸና ብዝያዳ ኣብ ንሰሃን ቅዱስ ቁርባንን እንድህር ተሞርኪስኪ ሕኝውን እግዚኣብሔር ኣይህፍረክን እዩ ንኩሉ ሂወትኪ ብሱባኤ ንጎይታ ህተትዮ ኩሉ ነገር ክእረ እዩ እግዚኣብሔር ይባርከኩም ከም ኣብረሃምን ሳራን ሃዳርኩም ይግበረልኩም ኣሜን(3)

  • @HabteBeraki
    @HabteBeraki 5 หลายเดือนก่อน +382

    ኣቤት ልቦና ❤️❤️
    ኣብ እግዚኣብሄር ዘለዋ እምነት
    አብ ጽጉማት ዘለዋ ሓልዮት
    ኣብ ፍቕሪ ዘለዋ ግሉጸነት
    ኣብ ኣዘራርባኣ ዘለዋ ክእለት
    ብጣዕሚ ዩ ዘገርም ♥️♥️
    ንስድራቤት ጥዕና ንዓኹም ድማ ሓዳርኩም ይባርከልኩም እግዚኣብሄር

    • @zaidsimon9363
      @zaidsimon9363 5 หลายเดือนก่อน +3

      Amen Amen Amen 🙏🏾

    • @LulPaerly
      @LulPaerly 5 หลายเดือนก่อน +2

      Bhaqi gelixkaya

    • @michealyesmijnbrorusom3029
      @michealyesmijnbrorusom3029 5 หลายเดือนก่อน +2

      Amen hibit beatable

    • @lichikiflom4740
      @lichikiflom4740 4 หลายเดือนก่อน +3

      ❤❤❤❤❤ natka wn teum ❤❤❤

    • @HabteBeraki
      @HabteBeraki 4 หลายเดือนก่อน +2

      @@lichikiflom4740 thanks sister ❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️

  • @mhrtabbeyene3627
    @mhrtabbeyene3627 5 หลายเดือนก่อน +137

    እታ ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ ዘላ ለባም ሰበይቲ ብኣካል ሎሚ ሪአያ እግዚኣቢሄር የምስየልኩም።

  • @h.klearnchannel8490
    @h.klearnchannel8490 5 หลายเดือนก่อน +417

    ንከም ባዓል እዚኣ ለዋሃት ክብል እዩ ፈጣሪ ነዛ ናይ ንብዓት ዓለም ደው ኣቢልዋ ዘሎ እንበር ፡ ግብርናስ ቢኢሱ'ዩ ዘሎ 😢😢😢 ኣምላክ ጸግኡ የብዛሓልኩም ❤🎉 ብሓቂ ህያብ ካብ ፈጣሪ ኢኻ ተቀቢልካያ 😢🎉❤

    • @ወትሩሻዕብያ
      @ወትሩሻዕብያ 5 หลายเดือนก่อน +5

      ሐቂ በሐቂ ❤❤❤

    • @merhawithaile6677
      @merhawithaile6677 5 หลายเดือนก่อน +2

      ናይ ብሓቂ

    • @slama-sl8yl
      @slama-sl8yl 5 หลายเดือนก่อน +3

      ዋላ ኣነ ገሪሙኒ እዪ

    • @TadeseTewelde
      @TadeseTewelde 5 หลายเดือนก่อน +2

      ❤❤❤❤❤❤❤🌹 ERi🎉🎉🎉🎉fishikita dirara

    • @helenbaryagabr9964
      @helenbaryagabr9964 4 หลายเดือนก่อน +3

      ናይ ብሓቂ እግዝኣብሄር ይባርካ ❤❤❤

  • @KibromKibrom-ok1ow
    @KibromKibrom-ok1ow 4 หลายเดือนก่อน +8

    ኣብ ምገሻ ቀንየ ሕጂ የ ርእየያ ዞም ገዛ ስለ ዝፈልጦም ሓደ ግዜ ኬድናዮም ኔርና ኣቡ ጽንሓትና ያ ሚካል ሓፍትና ብጣዕሚ ተሓጊሰ ኣምላክ ኣቦታትና ምሳኩም ይኩን

  • @Theforeigners24
    @Theforeigners24 4 หลายเดือนก่อน +32

    እዛ ጓል ልቦናኣ ኣዴታትና ተዘክረካ ኣብ ሎሚ ጊዜ ከምዝ ለባም ጓል የላን GOD bless you guys ❤

  • @GirmayTesfation-zy2pe
    @GirmayTesfation-zy2pe 5 หลายเดือนก่อน +65

    መግለጺ ኣልቦ ሰቅ ይሓይሸ ምኽንያቱ ክንገልጽ ክንብል ከነጉድል ኢና ኣምላክ የፈጸምኩም ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @lelmlemeyob2605
    @lelmlemeyob2605 5 หลายเดือนก่อน +470

    ደቂ ድንግል ማርያም፡ኮይንካ እንተ ኣበኻ ኩሉ ስነምግባር ናይ ኣዴና ቅድስት ብጽእት ድንግል ማርያም ባህሪ ኢካ ትወስድ ሃዳርኩም ዝተባረከ ይኩነልኩም ብ ኣምላክ ኣሚኑ ዝሃፍረ የለን ❤❤❤❤

    • @eyasuasfaha7665
      @eyasuasfaha7665 5 หลายเดือนก่อน +6

      ንስኺ ከ ከመኣ ዶ ትኾኒ?

    • @tesfalem-qd1ex
      @tesfalem-qd1ex 5 หลายเดือนก่อน +5

      Xbikti nay bhaki des tbli ajaki ab amlak zamena zhafr yelan fkrkom ybark

    • @tsehayetekeste6753
      @tsehayetekeste6753 5 หลายเดือนก่อน +7

      ብሓቒ ሰብ ማለት ደገኺ ጽብቕቲ እቲ ካቡኡ ዝበጸ ውሽጥኺ ፍቕሪ ኣምላኽ ንዘሎዎ ብጣዕሚ ደስ ዘብል ኣምላኽ ዝደልዮ ብተግባር ፈጺምኪ ኢኪ እቲ ንዑኡ ዘኣመነ ኣይሐፍርን እዩ እግዝኣቢሄር ኪዳንኩም ይባርኽ ውሉድኩም ጥዑያትን ብሩኻትን ምእዙዛትን ጌሩ ይሃብኩም ነዛ ስድራ ኣቦይ መኮነን ድማ እግዝኣቢሄር ንምሕረት ይብጻሓያ

    • @Saba-f1b
      @Saba-f1b 5 หลายเดือนก่อน +3

      ብልክዕ ክጽሕፍ ሓሲበ ገድፈዮ ኣለኹ መግለጺ ሲኢነ

    • @merhawitteklemariam6110
      @merhawitteklemariam6110 5 หลายเดือนก่อน +1

      Maryamey zebele ayhafirin eyu ajoki aytigedfekin eya ❤❤❤

  • @merygualkeren
    @merygualkeren 5 หลายเดือนก่อน +226

    ኣብዛ ዓለም እባ ሰብ ኣለዉ ኢዮም ❤️❤️❤️🥰🥰🥰❤️🇪🇷💯

    • @RuthMebrahtuGhebrelibanos
      @RuthMebrahtuGhebrelibanos 5 หลายเดือนก่อน +6

      Zereba eya nai bhaki seb alewu

    • @lichikiflom4740
      @lichikiflom4740 4 หลายเดือนก่อน

      ​@@RuthMebrahtuGhebrelibanos❤😂

    • @lichikiflom4740
      @lichikiflom4740 4 หลายเดือนก่อน +3

      ❤❤😂

    • @weldubrhane
      @weldubrhane 4 หลายเดือนก่อน

      Gerimuni abza kifietin nay sisean alem nay mejemeria gal amlak kia rieye

    • @zeweldihaile2718
      @zeweldihaile2718 4 หลายเดือนก่อน +2

      መልእኽቲ ኣለዉ ድኣ በል

  • @biniamteklit2712
    @biniamteklit2712 4 หลายเดือนก่อน +7

    ኣነ ዕድሜኺ ከረጋግጽ ይደሊ ኣለኹ።ምናልባት ኣብ ገለ ክፍለ ዘመን ዝተወለድኪ ንዚ ዘሎ ዘመን ዕሽር ዝተረፍኪ ከይትኾኒ ማለት ሰባት ከምዝነበሩ ክንፈልጥ ።እስከ ክሓተኪ እንታይ ዓይነት ስኬር ዓንጎል ኣለኪ።ብፍላይ እታ ዕድመ ማቶሳላን ዕድመ ናይ ሎምን ዘመሳጠርክያን እታ ምሉእ ጥራይ ኢና ንድሊ ዝበልክያስ ዋው ግን ካብ ብዙሕ 10ታት መጽእፍ ምንባብ እዛ ዕላልኪ መሲጣትኒ ኮታስ ፍልይቲ ፍጥረት ኢኺ።ካበየኖት ወገን ሙኻንኪ ክሳብ ዝምለሰለይ ካብ ደቂ ሰባት ወላ ሓደስቲ ፍጥረት ተጀሚሮም ኢዮም።❤❤❤❤❤

  • @danielmichael9221
    @danielmichael9221 4 หลายเดือนก่อน +9

    ብርኽቲ ሰበይቲ ካብ እግዚኣብሄር ኢያ ።
    ኣቤት ልቦና
    ኣቤት ትሕትና
    ኣቤት ፍቅሪ
    ኣቤት እምነት
    ኣቤት እንታይ እሞ ክብል መግለጺ የብለይን ከም ኣብርሃም ከም ሳራ ይግበርኩም ሓዳርኩም ይባርኽልኩም ውልድኩም የርኤልና ❤🎉እንሆ ውህበት እግዚኣብሄር ኢዩ

  • @Hibaabdu1978
    @Hibaabdu1978 5 หลายเดือนก่อน +141

    ሰብ ዲያ ዋይስ ኣምላክ "ኣንቱም ሰባት አንታይ ሒዝናላ ዛነብሲ ንዘኦም ሚሕጋዝ
    ሓላል ኢዮ

    • @WediMera-xo6en
      @WediMera-xo6en 4 หลายเดือนก่อน +3

      Naye bhaqi ❤❤❤❤

    • @zaydgadrmkl3278
      @zaydgadrmkl3278 4 หลายเดือนก่อน

      ሰብ እያ ግን ብልፅቲ ናይ ኣምላክ ሰብ

  • @ከምከመይዲና
    @ከምከመይዲና 5 หลายเดือนก่อน +173

    ኣንታ ኣንታ ኣንታ ኣቤት ልቦና ኬፍ ዘለዎ መዓልቲ ዊዕለ ከም ናይ ሎሚ ነዊሕ ዕላል ሰሜዐ ኣይፈልጥን ዕድመን ጥዕናን የሃብኩም ❤❤❤

    • @sabageb2107
      @sabageb2107 4 หลายเดือนก่อน

      ❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @timoasmara6267
    @timoasmara6267 5 หลายเดือนก่อน +177

    ኣበይ ዘላ ሚጡጡ እያ ሰሚዕካያ ዘይትምኖ ልዕሊ ኩሉ ንስድራኣ ኣክብሮትን ኣፍልጦን ይግብኣና።ሶሊ ንብዙሓት መምህር ኢካ በጃኺ በጃኺ ናትኪ ዮቱብ እባ ክፈትልና መዓልታዊ ትገብርዎ ኩሉ ዘይኽነስ ገለ ገለ ፈሊኻ እንተ ተቀርብልና ብዙሕ ሰባት ምተማህረን ኣተሓስስባ ሕብረተሰብውን ምቀየረ ኣነ ተስፋ ይገብር ኣብ ፌስይብክ እንተ ዝረክበኺ ሓሳባት መጀማመሪ ዝኸውን ምሃብኩ።ዕልልኪ ጥዑም ባዓል ቤትኪ ኣንበሳ መግለጺ የብለይን። ኣቅራቢ የቀንየልና

    • @ኤርትራ-ፈ9ኘ
      @ኤርትራ-ፈ9ኘ 5 หลายเดือนก่อน +7

      Siq ske bel bejaka ezia tmesl Brikti ftret si ab TH-cam & Facebook tesetiha kitwiel delika, kitmeharu delikum betekristian kidu simple. Hzbna enafeletkum aytixeyku.

    • @BlesssedDay
      @BlesssedDay 5 หลายเดือนก่อน +1

      ​@@ኤርትራ-ፈ9ኘYouTub እኮ ኪትከፍት ከለካ መደብ ክትሓስብ ኣለካ

    • @kisanet4715
      @kisanet4715 5 หลายเดือนก่อน

      👍👍👍👍💯💯💯💯

    • @kisanet4715
      @kisanet4715 5 หลายเดือนก่อน

      ጽቡቅ ሓሳብ

    • @SaraLana-d9l
      @SaraLana-d9l 5 หลายเดือนก่อน

      ❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @HhdHd-sp9px
    @HhdHd-sp9px 4 หลายเดือนก่อน +8

    ብዙሕ ትምህርት ወስደ ደም ነብዐ ሰለ ቱ ኲፍኡ ኣታሓሳስባይ 😢😢😢ኤግዛብሀር ዝተመነኪያ ኣይክላኣኪ ለባመይ❤❤❤❤❤ ፍቅሩኵም ይሰስን🙏🙏🙏

  • @MulerTigraweti
    @MulerTigraweti 4 หลายเดือนก่อน +4

    *_ቃላት የብለይ ግን ክምርቀኩም ጥራሕ ፈጣሪ ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ወለዱ ክበዱ ቆልዓኩም ሓቂፍኩም ክትመፁ ንፅበ ኢና ብሩካት😊💜🔥_*

  • @aklilutesfamariam8116
    @aklilutesfamariam8116 5 หลายเดือนก่อน +103

    ገሊአን ጸጊበን ሓዳረን ይገድፋ በዓል ሚካል ከኣ ❤❤❤ ኣቤት ልቦና

    • @ayahans
      @ayahans 5 หลายเดือนก่อน +2

      ናይ ብሐቂ

    • @merygualkeren
      @merygualkeren 5 หลายเดือนก่อน +3

      Nay behakk teamir riena ☝️☝️☝️☝️

    • @helenasmerom1582
      @helenasmerom1582 5 หลายเดือนก่อน +2

      Betami tedenk gal hewan ❤❤

    • @ta-sy6up
      @ta-sy6up 5 หลายเดือนก่อน +1

      ❤❤❤

    • @peacefortheworld2101
      @peacefortheworld2101 4 หลายเดือนก่อน

      Ygermyu

  • @ruthbfser1052
    @ruthbfser1052 5 หลายเดือนก่อน +209

    ከም ሎሚ ጌረ ውሽጠይ ተተንኪፈ ኣይፍለጥን ልቦና ናይ ሃፍትና ሶሊ ይገርም እግዚኣብሄር ኣምላክ እሙን እዩ ኩሉ ናቱ ሰናይ እንድዩ ታሪክ ዝቅይር እግዚኣብሄር እዩ ኣገልጋሊ ቤተክርስትያን ዚኮኖ በራውር ቆልዑ ጌሩ ክባርከኩም እዩ ❤❤❤

    • @Chompe8939
      @Chompe8939 5 หลายเดือนก่อน

      🙏 amen 🙏

  • @Eriboy1
    @Eriboy1 5 หลายเดือนก่อน +114

    ኣንቱም ሰባት ሓቀኛ ሰብ እባ ኣሎ ኣብዛ ምድሪ እዚ ወዲ ናይ በሓቂ ዕድለኛ እዩ ሰብ ኢሉ መልኣክ ሰዲድሉ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ዉላድኩም ከኣ የርኤና ሓዳርኩም ይባረክ❤❤❤❤

    • @zowdi810
      @zowdi810 5 หลายเดือนก่อน

      Yes you are right 🇪🇷 god bless to them wow he is lake 🙏 🙌 ❤️

  • @tesfufishaye9901
    @tesfufishaye9901 4 หลายเดือนก่อน +11

    ን ነብሰይ አንታይ ሒዘላ ትብል ዘረባ ኣባይ ዘረባ ሙሉአ መጽሓፍ አያ
    ተመስገን ኣምላኽ
    ሓዳርኩም የዳብሮ

  • @user-st4cu9zj1d
    @user-st4cu9zj1d 4 หลายเดือนก่อน +5

    መግለጺ ሲናልኪ ብታሚ መህር ናይ ደቂ ሀዋን ኢኪ ኢግዛቢሀር ኣምላክ ኢድመን ተናን ይሃብኩም ምህረት ካብ ኣምላክ ኢዩ አሞ ንመላአ ስድራ ምህረት የዉርድ🙏🙏🙏

  • @KbreKdusan-un3rl
    @KbreKdusan-un3rl 5 หลายเดือนก่อน +174

    ብሓቂ ዓስቢ ዘለዎ ጉዕዞ ብኣፍኪ ዘይኮነ ብግብሪ ኣርኢኪ ሰዓቢት ክርስቶስ ምኳንኪ እግዚኣብሔር ኣብ እምነትኩም የጽንዕኩም ውላድኩም ይርእየና ቃል ኪዳን ኣብርሃም ሳራን ዝባረኸ ቃል ኪዳንኩም ይባርኽ ❤❤❤።

    • @kidanefesiha2830
      @kidanefesiha2830 5 หลายเดือนก่อน +3

      100%true

    • @ta-sy6up
      @ta-sy6up 5 หลายเดือนก่อน +3

      አሜን❤ አሜን❤ አሜን❤

  • @fishwish2719
    @fishwish2719 5 หลายเดือนก่อน +135

    እዛ መዝሙር ሲ ብልበይ እናሓሰብክዋ ን ክትዝምራን ሓንቲ፡
    ስምኪ ጸዊዐ መዓስ ሓፊረ
    ማርያም ኢለ ኣበይ ወዲቀ
    ስምኪ እዩሞ ስንቒ ኾይኑኒ
    እንሆ ምስጓና ተቐበልኒ(፪)
    ጸላኢ መጺኡ ኽቓወመኒ
    ንብዙሕ ዘመን ከሽግኒ
    ሰይጣን ማሪኹ ከሳቕየኒ
    ወላዲት ኣምላኽ ኣደ ኣላትኒ
    ናይ ለወሃት ኣደ ናይ ፍቕሪ ኣርኣያ
    ናይ ድኹም ዘራይ ድንግል ንሳ እያ
    ሓጥእ ኢኻ ኢላ ኣይትንዕቐንን
    ንዓኣ ሒዘስ ገለ ኣይከውንን
    ሰምኪ ጸዊዐ,,,,,,,,, (ኣዝማች)
    መርዓ ምስ ኾነ ስብ ምስ መልአ
    ዝቕረብ ሽሻይ ምስ ተወድአ
    እንታይ ኽቕርብ ኢሉ ኽሽገር
    ንዓኺ ሒዙስ ግና ኣይሓፍረን
    ጎይታ ሰሚዑ ንልማኖኺ
    ባህ እናበሎ ትርህራሃኺ
    ነቲ ጽሩይ ማይ ብትኣምራት
    ወይኒ ገበሮ ብኻሃልነት
    ስምኪ ጸዊዐ,,,,,,,,,,,(ኣዝማች)
    ብዓልቲ ግርማ ድንግል ኣደ ጎይታ
    ምኽንያት ምድሓን ናይ ኣዳም ተስፋ
    ስምኪ ክጽውዕ ግዜ ሓዘነይ
    ምሳይ ልገቢ እምባ ጽዮን ጸግዐይ
    መታን ኸይጠፍእ ዘኽታም ከይኸዉን
    እግዚኣብሄር ስቕ ኣይበለንን
    ኣምላኽ ይመስግን ዕድል ኣሎኒ
    ወላዲት ኣምላኽ ኣደ ኣላትኒ
    ስምኪ ጸዊዐ መዓስ ሓፊረ
    ማርያም ኢለ ኣበይ ወዲቐ
    ስምኪ እዩሞ ስንቒ ኮይነኒ
    እንሆ ምስጋና ተቐበልኒ!!!!
    ኣብ እዋን ኣብዝሓ ደቂ ሰባት ብስስዐ ኣዒንትና ዓዊሩ፡ ነዛ ሩሑና ዝሓዝናላ ዘይብልና ዘመን ፡ ከምዚአን ደቒ ኣንስትዮ ኽትርእን ኽትስምዕን ፡ እሞ ድማ ኽትረክብ መቸም እጽብ ደንቅ ካብ ምባል ሓሊፍካ ዝብሃል የለን። ከመይ ንዓኺ ዝፈረየት ማህጽን ዝተባረኸት እያ። ብዝተረፈ ንብምሉ ሓሳበይ በዛ ኣብ ታሕቲ ዘላ ጥቕሲ ክድምድም👇👇
    መዝ 128፡1-5(ንእግዚኣብሄር ብምእዛዝ ዝርከብ ዓስቢ)🌹🌹🌹🌹🇪🇷🇪🇷🇪🇷

    • @misghinakidane6375
      @misghinakidane6375 5 หลายเดือนก่อน +3

      Amen 🙏 amen 🙏 amen 🙏 🙌 👏 ❤️ zemare melaketi yesman zhawey ❤❤❤🎉

    • @ጌታሆይበመንግስትህበመጣህ
      @ጌታሆይበመንግስትህበመጣህ 4 หลายเดือนก่อน +2

      ኣሜን❤❤❤
      ኣሜን❤❤❤
      ኣሜን❤❤❤

    • @fthawitnuwaye1293
      @fthawitnuwaye1293 4 หลายเดือนก่อน

      Amen Amen Amen zmare melakti yesmalna ❤❤❤🙏🙏🙏✝️✝️✝️

  • @Rahwa20156
    @Rahwa20156 5 หลายเดือนก่อน +87

    ማሻኣላህ ምቅርቲ ጋል ወላ ፊሊ ጽቡቅ ግርማ ዝመልኦ ሓዳርኩም ኣብ ይባረኽ ረቢ ውላድኩም የርእየና ዘሕጉሱ ቆልዑ ይፍጠረልኩም በጃኻ ፓስታ ኣይትረሳዓና ኣብ ውላዶም ተኻፈልቲ ግበረና 👍🏽ስንክልና ናይ ሓንጎል እዩ ንኹሉ ነገር ኣልሓምዱሊላህ ምባልኩም በጃኹም comment ናተይ ተንቡቡ gift ናይ መርዓኹም ኢልና ገንዘብ ንስደደሎም ተሌፎን ናቶም ግደፈልና ፓስታ 💞💞❤️❤️

  • @musemamilove4519
    @musemamilove4519 4 หลายเดือนก่อน +7

    ቃላት የብለይ ሕውስውስ ኢሉኒ ❤😢አምላክ ውላድኩም የርእየና ሃብቲን ንብረትን ካብ ወላዲ ይውረስ ለባም ሰበይቲ ግን ካብ እግዚአብሔር ትርከብ ይብል ጥበበኛ ሰለሙን ። መርኣያና ኢኺ ብአማን ሶሊያና ድምቅቲ ወርሒ ❤ ካብ ኹሉ ናይ ወሊድኪ ቃል ንነብሰይ እንታይ ሕዘላ ዶ በሉ ሓቆም ዕድመን ጥዕናን ይሃብኹም

  • @Rahwa_34
    @Rahwa_34 4 หลายเดือนก่อน +27

    ፊሊ ሓውና ንሰሉ (ህያብ )በላ እንትምንታይሲ ካብ እግዜኣብሄር ዝየዋሃብካያ ህያብ እያ እሞ ሓዳርኩም ፍቅርኹም ይለምልም❤❤❤

    • @musemamilove4519
      @musemamilove4519 4 หลายเดือนก่อน +1

      ሶሊያና ማለት እውን ኮ ናይ እመብርሃን ሽም ኮይኑ " ድምቅቲ ወርሒ ማለት እዩ የምሽየሉ ጥራሕ ❤

  • @1991-nx9kb
    @1991-nx9kb 5 หลายเดือนก่อน +87

    ክብርትን ለባም ከማኺ ተሰሚዑ ኣይፈልጥን ።ኣውራ ዘዕበይኺ ስድራ ዝናዱ አዮም።ኣውራ ናይ ኣቦኺ ቃላት ንኽሉ ሰብ ዓብይ ትምርቲ
    ኣብ ሂወትና ንነብስና ናይ በሓቂ አንታይ ሒዝናላ አልና ንሕሰብ ሓዳርኩም ምሉአ ጥዕና ሂቡ ይስስን።

  • @Eritrewit
    @Eritrewit 5 หลายเดือนก่อน +67

    “ንነብሰይ እንታይ ሒዘላ “🤔 በሐቂ ዓባይ ዘረባ .. ተባረኸ ቤተሰብ ዘዕበያ ብርኽቲ ኢኺ ዘመንኪ ይባረኽ ፊሊ ኸአ ኮዕናን እንታይ ይጎደለካ ተባረኹ ❤

  • @choosen5792
    @choosen5792 5 หลายเดือนก่อน +50

    ሄኖክ ሓወይ ካብ ልቢ ነምስግን፡ ምስ ኩሎም መሳርሕትኻ።
    ምኽንያቱ ናብ ቤት ትምህርቲ 1ዓመት ተመላሊስካ ዘይርከብ ንቅሓት ምስኡ ጸጋ ዘለዎ ትምህርቲ ኢኻ ኣሕሊፍካልና።

  • @MK-rg1og
    @MK-rg1og 4 หลายเดือนก่อน +5

    ሓደራኹም እግዚአብሔር አብሊጹ ዘፍቅሮም
    ኣብነት ከም ኣቦና ቅዱስ ኢዮብ ሰይጣን ኣብ ሓዳር ብሰብ ክፍትነኩም ይክእል ኢዩ
    እዚ ጀሚርኩሞ ዘለኹም ቃል ቅዱስ ወንጌል ብሰላም የፈጽምኩም ዓይኒ ጸላኢ ይሓልየልኩም ቅዱስ ሚካኤል
    ውላድ ውህበት አምላኽ ኢዩ
    ስኩል ይኹን ጥዑይ ጸገም የብሉን ማየጸሎት ኪዱ

  • @eyob-h1r
    @eyob-h1r 4 หลายเดือนก่อน +14

    ስለ እቲ ሩህሩህ ሊቦናኺ አምላኽ ዕድመን ጥዕናን ፍረን በረኸትን ሰላምን ፀጋ አምላኽ የብዚሐልኪ

  • @kefluhabtom6133
    @kefluhabtom6133 5 หลายเดือนก่อน +50

    ኣነ ንኣኪ መግለጺ ኢየ ስኢነልኪ !!!!!!
    ሰብ ደይኮንኪ ልእክቲ ኣምላክ ኢኺ ዓስብኺ ብኣምላክ ክትረክብዮ ኢኺ ብውላድኪ ተካሓሲ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @Kokob-ym6hf
    @Kokob-ym6hf 5 หลายเดือนก่อน +76

    ዕድሜኡ ምሉእ በይኑ ክሕልፋ መኒንዋ ዝነበር ሂወት ብርሃን ዓለም ዝኮንክዮ ኩሉ ነገር ብፈጣሪ ረከበዮ ሓዳርኩም ይባረክ ዕድመን ጥዕናን የሃበኩም ፈሬትን ጸገይትን ኩኑ 🙏🙏🙏🙏🙏

  • @shewitmengstab8727
    @shewitmengstab8727 5 หลายเดือนก่อน +110

    ኢድ ኣምላኽ ኣብኹም ክትሰርሕ መታን ኢያ ከምዚ ኮይንኩም እምበር ምንም የብልኩምን ኣጆኹም ዮሃ 9-3 ኣንቲ ሓፍተይ ግና እታ ኣብ ምሳሌ 31-10፡ ዘላ ደገኛ ሰበይቲ ኢኺ ❤❤❤❤

    • @SamsomSasa
      @SamsomSasa 5 หลายเดือนก่อน +1

      ❤❤❤❤❤❤

  • @FthawiYaqob
    @FthawiYaqob 4 หลายเดือนก่อน +9

    ብነብሳ ናጽነት ዘለዋን ናጽነት ትህብን 🎉እያ ትመስል ሰብ ኣምሲሉ መልኣኽ ዩ ሰዲድሉ እዚ ወዲ ደስ ክብሉኻ ፍቅርኹም❤ከምኡ ኢሉ ይንበር

  • @moonladt
    @moonladt 4 หลายเดือนก่อน +6

    በጃኩም እባ ከመዚ ዝበሉ ሰባት ኣራክብኒ ብጣዕሚ እየ ምስ ሰማዕክዎ ልበይ ተሰሩ❤❤❤

  • @musietesfay5004
    @musietesfay5004 5 หลายเดือนก่อน +85

    ሚካል ብጣዕሚ ልብና ተንኪፋቶ ዋዕሮ ኤርትራዊት ከማኽስ ይፍረያ ይበዛሓ ከምቲ ሓሳብኪ ከምቲ ቃልኪ ኣምላኽ ይተሓወሶ (Henok )ከኣ ምስ ወለዱ ዳግማይ ከተምጸኣልና ይምሕጸነካ ብዝተረፈ ቃልኪዳን ኣብርሃምን ሳራን ይግበረልኩም ውላድኩም የስመዓና ፈጣሪ ❤❤❤❤❤❤😊

  • @RobelHabtemariam-p7k
    @RobelHabtemariam-p7k 5 หลายเดือนก่อน +52

    ኣብዛ ፍቅሪ ጠፊኣ ዘላ ዓለም ሎሚ ፍቅሪ ኣምላክ ሪኢና እግዚኣብሄር ጃዳርኩም ይባርክ❤❤❤

  • @shishayzemichaelhaile1699
    @shishayzemichaelhaile1699 5 หลายเดือนก่อน +26

    ኣነስ ናይ ሓጎስ ንብዓት ኩዒዮ ከማኪ 1%100 አንተ ንህሉስ አዛ ዓልምናስ ከመይ ምኮነት
    ምሉአ ጥዕና ዘሎዎም ምጭዋት ቆልዑት ክህበሉም አዩ❤❤❤🎉🎉🎉🎉

  • @bereketkidane7802
    @bereketkidane7802 4 หลายเดือนก่อน +1

    ክብርን ምስጋናን ንእግዚኣብሔር ይኹን። ኣዝዩ ዘደንቅ ነገር። እዚ ብርግጽ ስራሕ እግዚአብሔር እዩ። ፊልን ሚካልን እግዚአብሔር ሓዳርኩም ይቐድስ ይባርኽን። ❤

  • @selam801
    @selam801 4 หลายเดือนก่อน +4

    ኦህ ምን አይነት መታደል ነው በእመቤቴ😢ቃላት እምበር ሰኢነላ ውድእቲ ብልጽቲ ሄዋን ኢኺ እታ አብ መጽሓፍ ቅዱሰ ዘላ ለባም ሰበይቲ ንሰኺ ኢኺ💙👸

  • @HelaniMam
    @HelaniMam 5 หลายเดือนก่อน +89

    ክብሪ ይግባኣኪ ዩ ሚካል ሓፍተይ ምክንያቱ መንፈሳውነትኪ ብግቡእ ዝተዋጻእኪ ሰብ ኢኪ እቲ ዝኣመንክዮ ኣምላክ ድማ ድሌትኪ ስለ ዝርድኦ ኩሉ ስካፈታትኪ ቀንጢጡ ዘይሓሰብክዮ ዘይረኣክዮ ክህበኪ እሙን እዩ እሞ ተባረኺ ሓዳርኩም ይባርኽ ኣምላክ ብጣዕሚ ተሓጒሰ ልዕሊ መጠን ❤❤❤❤

    • @eyasuasfaha7665
      @eyasuasfaha7665 5 หลายเดือนก่อน +2

      ኣዝያ ፍልይቲ ሄዋን፡

  • @goldenlionseri5221
    @goldenlionseri5221 5 หลายเดือนก่อน +36

    ተኣምራት ዝኾንኪ ሄዋን፡ዘበናዊት ፍላስፋ ሂወት፡ዝተዋህበኪ ጸገን በረኸትን መታን ተዓቢጡ ከይተርፍ ኣምላኽ ብጥበቡ ገሩ፡ነቲ ኣባኺ ዝፈጠሮ ድንቂ ዝኾነ በረኸት ምስ ፍሊ ብምርኻብ ናብ ዓለም ኣጋዊሕዎ፡ምስ ኖርማል እንተትምርዓዊ፡ተኣምራታዊ ዝኾነ ብስለትክን ተውህቦኽን ኣበይ ምረኸብናዮ፡ስለዚ ንስኺ ዘይኮንኪ ሓጊዝክዮ ልቦናኽን ደረት ኣልቦ ንልቕሓትክን ተዓቢጡ ንኸይተርፍ ግርማ ሞጎስ ክትረኽቢ ፍልጠትክን ጥበብክን ንሕዝቢ ዓለም ክትምህርን ክትቅይርክን ፍሊ ብምርካብኪ እኪ ተጓናጺፍክዮ፡ ፍሊ ንዓኺ ምርካቡ ንሙሉእ ሕብረተሰብና ሓጊዙና እዩ፡እንቋዕ ካልእ ኣይተምርዓኺ፡ምኽንያቱ እዚ ኩሉ ካብ ንፍጠር ሰሚዕናዮ ዘይንፈልጥ ቃላትን ጥበብን ፡ኣስተውዕልናሎም ዘይንፈልጥ ኩርናዕ ሂወት ኣበይ ምረኸብናዮም።ንስኺ ሉል ዝኾንኪ ፈጺምኪ ዘይትርከቢ ፍጥርቲ ኣምላኽ እኪ። ኩሉ ግዜ ከይተሓለልኪ መሃሪ ንቡዙሓት ናይ መሰጋገሪ በረኸት እኺ ተፈጢርኪ።
    ኩሉ ድማ ከምዝደለኽዮ ኪኾነልኪ እዩ።

    • @ezgabiherymesgen214
      @ezgabiherymesgen214 4 หลายเดือนก่อน

      Amen Amen Amen nay bhaqi, srah Ezgabiher kem zkone terediewa eyu, Ezgabiher hagosom yereyena yebzhalna

  • @onelove4923
    @onelove4923 5 หลายเดือนก่อน +47

    ኣቤት ልቦና ስነስርዓት ቃል ኣምላክ
    ንብዓት ንብዓት ገራትና
    ሓዳርኩም ይባረክ ኩሉ መንገድኪም መገዲ ሰናይ ይበረልኩም
    ❤❤❤❤❤

  • @Selrobi
    @Selrobi 4 หลายเดือนก่อน +5

    ፍልይቲ ኢኺ ሓፍተይ መግለጺ የብልክን እመብርሃን ጽላል ሓዳርኩም ትኹነልኩም ከማኺ ይብዝሓ ❤❤❤❤

  • @gfff539
    @gfff539 4 หลายเดือนก่อน +2

    ❤❤❤ብጣዕሚ ተመሲጠ ብሓይሊ ሓጎስ ንብዓት መፂእኒ ኣምላክ ነዉሕን ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ለከ ሰብ ኣሎ እዩ ኣብዚ ግዜ እዉን❤❤❤❤😂ቃላት የብለይን ዝገልፅ

  • @tesfagergshabraha9035
    @tesfagergshabraha9035 5 หลายเดือนก่อน +78

    እዚ ወዲ ብሓቂ እግዝኣቢሔር ኣምላክ ብኹሉ ኣይወጽዖን ብጣዕሚ ብርኽቲ መርዓት ዘረብኣ ካብ ማዓር ይጥዕም። ከምቲ እምነታን ለውሃታን ክኣ ጥዑያት ቆልዑ ይፍጠረላ።

  • @nahommengisteab7417
    @nahommengisteab7417 5 หลายเดือนก่อน +51

    ክፍትን እምበር ክንደይ ከይንክእሎ❤ሓፍተይ ንስኺ ሚካል ዘይ ኮንክስ ጽዮን ኢኪ ለካ ሰበይቲ ካብ ኣምላኽ ኽበሃል ሓቂ እዩ። ስለ እቲ ጽቡቅኪ እቲ ዝኣመንክዩ ኣየሕፍረኽን ኢዩ።እንተ ልቦናኺ ኣብዚ ሎሚ ግዜ ብሃገር ዘይኮነስ ኣብ ዓለም ኢዩ ቀዳመይቲ ዘስርዓኪ ተኺኢልኪ ነተን ጥዑይ ተመርዐን ዘሰንኽላ መሃሪት ኩንልና ንስኺግና መልኣኽ ከይንብለኪ ሰብ ኢኺ ግና ኣምላኽ ኽገብረልካ ተደልዩ ከምዚ ከማኺ ጌሩ ኢዩ ዝሰደልካ ኣምላኽ ሓዳርኩም ይባርኽ ካብ ውልድኪ ተኸፈልዩ ኣምላኽ ኩሉ ግዜ ሰሓቅ ይግበረልኩም።🙏ነቶም ጎደሎ እምነትና ድማ ምሂርክና ኣምላኽ ንኩልና ዓይነ ልቦናና ይኽፈተልና።እዚ ኩሉ ዝጠፍእ ዘሎ ፍቅሪ ስድራቤታት,ፍቅሪ የሕዋት,ፍቅሪ ሰብ ሓዳር ፍቅሪ ዓርከ መዘና ካብ ቤት ኣምላኽ ምርሓቅና ኢዩ ስለዚ ኣምላኽ ብምሕረቱ ይርድኣና። እንተ ንስኺሞ ኣሽሓት ኣእላፍ ኩንልና ፊሊ ሓውና ከኣ ከመዲኡ ረኪቡ ❤ለካ ልቦና ዕድመ ኣይኮነ ሽበት ኣይኮነ ብልሒ ኢዩ።🎉❤🇪🇷ናትኪ ጸዊኻ ዝውዳእ ኣይኮነን.................................

  • @ermiasrussom1488
    @ermiasrussom1488 5 หลายเดือนก่อน +58

    ብምንታይ ከም ዝገልጾ ጠፊኡኒ! ካባይ ጀሚርካ ንመጻምድትና ቅድሚ ኣብ ሓዳር ምብጻሕና ክትኮኖን ከተማልኦን ዘለዋ ክንሓስብ ጸሓይ ይዓርበና፡ ኣየ ኣፈጣጥራና! ዓቢ ትምህርቲ ተማሂረ። ኣብ ርእሲ እቲ ዘለኹሞ እግዚኣብሔር ኣምላኽ ጸግኡን ፍቕሩን የብዝሓልኩም ተፈተውቲ ስድራ።

  • @ኣንገሶምቀሺተስፋይ
    @ኣንገሶምቀሺተስፋይ 4 หลายเดือนก่อน +2

    ታአምር ኢዩ ዞም ኣህዋተይ ኣሰርኩም ክንስዕብ ኣምለከ ቅዱሳን ይሕደረና
    ትህትና ፍቅሪ እምነት ተስፋ ኩሉ ነገር ሚህርኩምና ዞም ኣህዋተይ ብዘርባን ብተግባርን ኣምላክ ጸጉኡ የብዛሃልኩም ውላድኩም የርእየና 🙏🙏🙏

  • @rahel7771
    @rahel7771 4 หลายเดือนก่อน +3

    ምስቲ ዕውር ዓዊርና ኣለና ማለት እዩ እንድሕር ደኣ ዘይሪኢናዮ ዶ በለት
    ኣዝያ....እትደንቕ ለባም በዓልቲ ውነ አርአያ ሥላሴ ፈጣሪኣ ተፈጥሮኣ ብዝግባእ ዝሓለወት (ሰብ) እያ ኣነስ ተደኒቐ ብስሩ እግዚአብሔር ዓስባ ይሀባ መርአያ ዂለና!!!

  • @ayahans
    @ayahans 5 หลายเดือนก่อน +53

    ይሐልም ድየ ዘለኩ ለባም መስተውዓሊት 5 ግዜ ርኢዮ ጋጊመዮ አነ አይተመርዓኩን ክጽልይ ከለኩ ፍርሀት እግዚአብሔር ዘለዋ ሀበኒ ይብሎ ን አምላክ አቦይ

    • @BlesssedDay
      @BlesssedDay 5 หลายเดือนก่อน +9

      ኣነ'ከ ሰዓ 2፥20 ናይ ለይቲ ኾይኑስ በቃ ክድቕስ ወላ ተደለኩ ተገርመ ይርእያ ኣለኩ

    • @ayahans
      @ayahans 5 หลายเดือนก่อน +1

      @@BlesssedDay አበይ ዓዲ ትቅመጥ

    • @BlesssedDay
      @BlesssedDay 5 หลายเดือนก่อน +2

      @@ayahans ካናዳ

    • @wedensaedebesay
      @wedensaedebesay 4 หลายเดือนก่อน +3

      ንስኻ ጥራሕ ቅኑዕን ፍርሃት እግዛብሄር ይሃሉኻ እበር እግዛብሄር ኣምላኽ ክህበካ እዩ

    • @سلامه-ج7ش
      @سلامه-ج7ش 4 หลายเดือนก่อน +1

      ኣነ ኣለኩ ንዓ ንመርዐ ኩቡር ሓውና❤😂😂🎉

  • @Rsweet2256
    @Rsweet2256 5 หลายเดือนก่อน +51

    ንፊሊ ኣብ IRS እየ ዝፈልጦ Accounting እንዳተማህረ እንከሎ ብሳይክል እዩ ዝመጽእ ኔሩ ትሑት ሰብ እዩ...እንቃዕ ሓጎሰካ እግዚኣብሔር ኣብ ኩሉ ሂወትኩም ምሳኩም ይኩን ❤

  • @zeweldihaile2718
    @zeweldihaile2718 5 หลายเดือนก่อน +66

    ካብዚ ንላዕሊ ትምህርቲ የለን፡ ብዘለካ ምሕጓስ!!!

  • @trihasasmelash815
    @trihasasmelash815 3 หลายเดือนก่อน

    የሕዋትና ብጣዕሚ እዩ ዝገርም ሚካል ሐፍትና ከአ አምላክ ይባርኽኪ ልቦናኺ አይቀይረልኪ እዚ ናይዞም ገዛ ፈተናታት ናይ ስይጣን ስራሕ እዩ እሞ ሐፍትና ሚካል ክብለኪ ዝደሊ ብዙሕ ጸሎትን ስግዳንን ከድልየኪ እዩ ስይጣን ብጸሎት እዩ ዝእስር ሱባኤ አቲኪ ንአምላክ ሕተቲ ብከመይ ክፍታሕ ከም ዝክእል አብ ቅድሚ አምላክ ኩሉ ይካእል እዩ ብስይጣን እዪም ተአሲሮም ዘለው ብጸበልን ቅባእ ቅዱስን እንዳገበርኪ ልከዮ ጥንሲ እንተለኪ ከአ ድርሳነ ሩፋኤል ድገሚ ኩሉ ግዜ አጆኺ ተአምራት ክትርኢ ኢኺ አምላኽ ምስል ይኩን

  • @IiO-g5r
    @IiO-g5r 4 หลายเดือนก่อน +1

    ትዕድልቲ እዩ ክብርቲ ሓፍተይ ❤
    ኣይ ንሕናለ ምልክዕ ሃፍቲ ንርኢ ኣለና መስተዉዐሊ ልቦና ይዓድለና 😢

  • @rigat-cm3fb
    @rigat-cm3fb 5 หลายเดือนก่อน +72

    ኩሉ ኤርትራዊ ከማኪ በዓልቲ ቤት እንድሕር ረኪቡ ኤርትራ እንታይ ክትመስል እያ ይርኣየካ ፈልሞን ሶሊ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም
    ሓዳርኩም ይባረክ ብውሉዳት ማሙቁ
    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @DawitYemane-k3j
    @DawitYemane-k3j 5 หลายเดือนก่อน +48

    ልቦነኣ መግለጺ ዘይርከቦ እዩ ኣብ ሓዳሮም ጸኒዖም ምስ ዉሉዶም ብፍቅሪ ዝነብሩ ይግበሮም ልዑል ፈጣሪ።ኣሜን🙏🙏🙏

  • @asmerashikor6640
    @asmerashikor6640 5 หลายเดือนก่อน +21

    What a beauty 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💐💐💐💐💐💐💐💐 ኣስመራ መጽየ ከይርኣኹኹም ከይምለስ ቃል ይኹነኒ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም
    ውሉድኩም የሪኤና
    ንሚካል ምድራዊት ማርያም

    • @dollasemer532
      @dollasemer532 5 หลายเดือนก่อน +3

      Me too

    • @asmerashikor6640
      @asmerashikor6640 5 หลายเดือนก่อน +5

      @@dollasemer532 ንልደትን ሓዱሽ ዓመትን ክኸይድ ይሓስብ ኣለኹ ንራኸብ

    • @dollasemer532
      @dollasemer532 5 หลายเดือนก่อน

      ​@@asmerashikor6640bey hager aleka

    • @ET-wt2du
      @ET-wt2du 5 หลายเดือนก่อน +3

      ናይቲ ዘይከይድ ሰብ ድማ ገንዘብ ኣዋጺኡ ዝህበኩም መንገዲ እንተትሓስቡ ጽቡቕ ነይሩ ፥ ምተሓገዙ።

    • @asmerashikor6640
      @asmerashikor6640 5 หลายเดือนก่อน +1

      @@ET-wt2du ጸገም የለን ኣብ
      ዛራ ህዝባዊ ግምባር ዝብል ናይ ፌስ ቡክ ዓምዲ ግሩብ ንራኸብ ሃይ በሉ

  • @RobelHabtom-q3v
    @RobelHabtom-q3v 4 หลายเดือนก่อน +3

    ፍቅርኹም ይሰስን❤
    ሓዳርኩም ይባረኽ❤
    ቤትኩም ይማሙቕ❤
    ይሕዋተይ ናተይ ኣምላኽ ምሳኹም ይኹን።🙏🙏🙏

  • @lwamyosief958
    @lwamyosief958 4 หลายเดือนก่อน +4

    እግዚኣብሔር ኣምላክ ከምዚ ናይዛ ክብርቲ ሓፍትና እባ ዓይነ ልቦናና ክፈተልና ኣባኻ ይኹን ትውክልትና

  • @msganaeyob5050
    @msganaeyob5050 5 หลายเดือนก่อน +55

    እግዚኣብሔር ከምቲ እምነትኪ ሑሩያት ዘሪኢ ይሃብኪ😢😢😢

  • @Meksen.wedi22
    @Meksen.wedi22 5 หลายเดือนก่อน +19

    ለካ እንዶ ደኣ ንድንግል ማርያም ዝሓዘት ሓፍትና።ኣሰር ድንግል ኢኺ ሒዝኪ ክብርቲ ሓፍትና።

  • @nazrietkbreab4584
    @nazrietkbreab4584 5 หลายเดือนก่อน +20

    ኣጆኪ ሶሊ ሓፍተይ ማይ-ጸሎት ኣሕጽብዮ ክሓዊ ኢዩ ነቶም ዘያኣምኑ ውን ትእርቲ ክኮኖም ኢዩ ኣጆኪ እንዳበርተዐ እምበር እናደከመ ኣይክከይድን ኢዩ ኣምላክ ከምእምበትኪ ክገብረልኪ ኢዩ ኣጆኪ ብርክቲ ሓፍተይ

  • @reem18hayat95
    @reem18hayat95 4 หลายเดือนก่อน +3

    ኣብ ህወተይ ከማኪ ዝበለት ጋልህዋን ረክበ ኣይፈልጥ ለከስ ስራሕ እግዚኣብሄር ግሩም እግዚኣብሄር ክምህረካ ከሎስ ጥበቡ ረቅቅ እዩ ካባኪ ብዝሕ እየ ተምህረ በእውነት ከምቱ ናትኪ ርእሲ ይሃበኒ ይገርም 😢❤

  • @AwetGhebremichael-j8w
    @AwetGhebremichael-j8w 4 หลายเดือนก่อน +1

    ለባም ሰበይቲ ካብ እግዚኣብሔር ኢያሞ (ምሳሌ) ኣምላኽ ይባርኽኪ ሶልያና ሓፍተይ፥ ኣምላኽ ይባርኽካ ፊሊ ሓወይ❤

  • @BerheAmare
    @BerheAmare 5 หลายเดือนก่อน +36

    በስመኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሃዱ ኣምላክ ኣሜን። ክብርን ምስጋናን ንልዑል ኣምላክና ይኩን ብሓቂ ደስ ዘብል ቅድስና ዘለኪ ሓብትና ኣብ ዓለም ውሕዳት ዕድመ
    ኢየን ዘለዋና ንዚአን ከይተገደስክለን ንሰመያዊ ሃብቲ ምርኣይኪ በሓቂ ኢዩ ዘደንቅ ዓለም ሓላፊት ኢያ ኣምላክ ምሳኹም ይኩን ጸጉኡ የብዛሓልኩም ናይ ባባኪ ዘረባ ባሓቂ ረዚን ዘረባ ኢዩ እንታይዶ ሒዘላ ኢየ ንነብሰይ ዝበለኪ ብዝኮነ ንዓኪ ዝገልጽ ቃላት የብለይን ወላዲት ኣምላክ እመብርሃን ምሳኹም ትኹን ኣሜን።

  • @tsegagebrehiwet1255
    @tsegagebrehiwet1255 5 หลายเดือนก่อน +30

    ኣነ ከም ሎሜ ጌረ አንዲየ ነቢዕ ዘይፈልጥ።አንድዒ ቃላት ናይ ሚኩ መግለጺ አየ ስኢነሉ ዘለኩ ኣዝዩ ንውሽጥካ ዝትንክፍ።ሚኩ ሓፍተይ ኣምላኽ ብርክርክ የብልኪ።በቃ ወልሓደ ክንብለኪ ኣይንከልን ኢና።

    • @ayahans
      @ayahans 5 หลายเดือนก่อน

      አበይ ዓዲ ትነብሪ

  • @genetrussom
    @genetrussom 5 หลายเดือนก่อน +43

    እቲ ንዘርኢ ኣብርሃምን ሳራን ዝባረኸ ኣምላኽ ዝባረኸ ዘርእኺ ይባረኽ ብሓቂ ንስኺ ህያብ ፈጣሪ ኢኺ❤

  • @biekimati7428
    @biekimati7428 4 หลายเดือนก่อน +3

    አዋይይይ በሃቂ ኣነ ጋል ክንሰይ ግን በሃቂ ተመሊሰ ንነብሰይ ወቂሰያ በራያ ስላሰ ዚተፈትረ ዝኮነ ይኩን ኣይነት ውዲ ክትንቆ ወይ ከተናአሶ ከምዝይብልካ ካብዛ ሃፍትይ ተማሂረ ናይ በሃቂ መምህር ትህትና ፍቅሪ ኩሉ አኪ ሚካል ሃፍተይ አግዛብሀር ኣምላክ ሃዳርኩም ይባረክ ውላድኩም የረና መኣረይ proud of you ❤️❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️🌹🌹🌹🌹🌹🌹

  • @asterestifanos4920
    @asterestifanos4920 4 หลายเดือนก่อน

    MIKALI lebami mesiyewlitiy Filimon hawina Amilaki yemesigeni tsebuki yehabikumi ❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @Kamikaze269
    @Kamikaze269 5 หลายเดือนก่อน +17

    ሚኩ ካብ ቀደም ዝነበረት፣ ክሳብ ሕጂ ዘላን መሓዛይ’ያ። ለዋህ፣ ፍርሃት እግዝኣብሄር ዘለዋ፣ ካብ ኩሉ ካኣ ልዕሊ መጠን ለባም ሰብ እያ። ከምዚ ኢላ ከኣ ናታ story ከተካፍል ብጣዕሚ የሐጉሰኒ።

  • @Eritrea4G-c7n
    @Eritrea4G-c7n 5 หลายเดือนก่อน +80

    She is a black queen, black diamond and alpha female definition of our queen mothers proud of gual erey..:

    • @eritube9777
      @eritube9777 5 หลายเดือนก่อน

      ❤❤

  • @alemyohannes2084
    @alemyohannes2084 5 หลายเดือนก่อน +57

    ከምቲ ኣብ ሕቶኣ ዝበለቶ ጎይታ ዝሰደዳ ብጽእቲ እያ መርዓትን መርዓውን ወለዲን ጸገይትን ይግበርኩም መባሊይቲ ኩኑ❤️❤️🇪🇷🙏🙏🙏

  • @Azeb4Eritrea
    @Azeb4Eritrea 4 หลายเดือนก่อน +2

    እንታይ ኢለ ከም ዝጽሕፍ ጠፊኡኒ መግለጺ ሲኢነልኪ ካየባላሽዎስ ኣምላኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ሓሳብ ልብኹም የስምረልኩም ሚካል ግን ታዓዲልኪ ክንድዚ ልቦና 🙏👍💯❤🇪🇷❤💐

  • @hadishketema1545
    @hadishketema1545 4 หลายเดือนก่อน +3

    ቃል ኪዳን ኣቦና ኣብራሃምን ሳራን ይግበረልኩም። ኣብዚ ሕጂ እዋን ከምዚ ዓይነት ሰብ ምርካብ ተኣምር'ዩ ።
    ሩፍ ኣቢሉ ዘደቅስ ዛንታ ሰሚዕና ፡ክብረት ይሃብኪ።

  • @andommisgina553
    @andommisgina553 5 หลายเดือนก่อน +54

    ኣታ ወዲ ወይ ፊሊ እግዛኣብሄር ዝሃበካ ህያብ እዩ ኣድኒቐያ ዕድመን ጥዕናን ይሃበኩም ኣብነታዊት ጓል ኤርትራ

  • @habtomtsehaye4147
    @habtomtsehaye4147 5 หลายเดือนก่อน +53

    ኣሰይ ክትጸቡቁ ደሰ ክትብሉ እግዚአብሔር ሓዳርኩም ይዕሰሎ ጃሕ ጃሕ የብሎ ኣሰይ ❤

  • @thomastekle7177
    @thomastekle7177 5 หลายเดือนก่อน +19

    ሚካል፣ በቲ ዘለኪ ልቦና ፣ ሕልና ፣ መንፈሳዊ ሃብቲ ብሓቂ ቀኒኤ

  • @senaitsenait5666
    @senaitsenait5666 4 หลายเดือนก่อน +3

    አምላክ ህያው እዮ እሞ ነመሰግኖ መግለጺ የብለይን ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ
    🇪🇷♥️👍🙏👍♥️🇪🇷

  • @TesfitMhreteab
    @TesfitMhreteab 4 หลายเดือนก่อน +4

    ኣሰይይይይ ዛሓብተይ ክማኪ ዝበለት ጋል ኣይራኣኩም ኣብዛ፡ምድረ ዓለም ከለኺ መንግስት ሰማያት ኣቲኽያ አግዚኣብሔር ኣምላኽ ደማ፡ስለአቲ ቁዱስ ተግባረኪ ክማኹም ጽቡቃታን ሙሉኡ ጥዕና ዘለዎም ቆሉዕት ክህበኩም፡አዩ ሶ ክማኪ ይብዝሓልና ሽኮረናታት ❤❤❤❤❤❤

  • @regatgebrehiwotgebrehiwot8153
    @regatgebrehiwotgebrehiwot8153 5 หลายเดือนก่อน +47

    ዕድመን ጥዕና ይሃብኩም ምናዳ ሚካል ልቦና ካብስ ስድራኪ እቶም ናዓኪ ዝወለዱኪ ክቡራት ስለ ዝኮኖ ወለድኪ ዕድመን ጥዕና ይሃብኩም ንኩልኩም ወረጃ እኪ

  • @NuriaNuria-bv4yj
    @NuriaNuria-bv4yj 5 หลายเดือนก่อน +19

    መሽአላህ እዋይ ልቦና ምቅርተይ ሙቁራት ከማኺ የብዛሐልና ረብረቢ ርኸብዮ ኩሉ ምንዮትኪ ፀፅቡቅ ይዓድልኪ እንሻአላህ❤❤❤

  • @tsehayeatobrhan6569
    @tsehayeatobrhan6569 5 หลายเดือนก่อน +26

    ከማክስ ንኹሉ ደላይ ሓዳር ኤርትራዊ ይፍጥረሉ, ነዓኺ ከኣ መቸም አግዚኣብሄር ኣምላኽ ኩሉ አዩ ሞ ዝከኣሎ ዕድመን ጥዕናን ሂቡ ሓስብኪ ይስምርልኪ!!!

  • @Mera.wedi.Redie.62
    @Mera.wedi.Redie.62 4 หลายเดือนก่อน +4

    "ሰብ ድያ ዋላ መልኣኽ!!!!!! ብጣዓሚ ተደንቐ ኦ ፋጣሪ ሙሉእ ስድራቤት ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ🙏🙏🙏

  • @ShewitBajo
    @ShewitBajo 4 หลายเดือนก่อน

    woooooooowwww ጋል ዓበይቲ ኣቤት ልቦና ይበል ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃበለይ ብዘይ ቀላዓለም 100% ❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉 😊ድቂ ሪመይ ማዓረይ

  • @Tarikeritrea
    @Tarikeritrea 5 หลายเดือนก่อน +53

    እዛ መደብ ናይዞም ጽምዲ፡ክትጽብቕ ጉድያ ክትሪኢዋ ይዕድመኩም።
    እዋይ ልቦና ናይዛ መርዓት ገሪምኒ።ብፍላይ እታ ቪድዮ ሓደ ስዓት ምስ ሓለፈትሞ ስምዕዋ።
    "ነዛ ነብሰይከ እንታይ እንታይ ሒዘላ" እትብል ቃል ናይ ወላዲኣስ፡ብሓቂ ባሕሪ ከብድኻ ትገላብጥ።
    ሄኖክ ፓስታ ድማ፡ነዞም የሕዋት ሰብ ሓዳር፡ዝኾነ ኤርትራዊ ደዊሉ ክሕግዞም ምእንቲ፡ወይ ሞራል ክህቦም ተሌፎኖም ክትጽሕፈልና ንጽውዕ።

  • @Tesfaeusinkey
    @Tesfaeusinkey 5 หลายเดือนก่อน +14

    ኣብ ዓለም ምስሕልና ዘለዎ ክትነብር ከመይ ጸጋ ኣምላክ እዩ ብደጊኦም ዘብለጭለጭ ብውሽጦም ዝበስበሱ ኣህዛብ እያ እዛ ዓለም ሓቁፋ ትነብር ዘላ 👍👍👍

  • @ኤፍራዳኒ
    @ኤፍራዳኒ 5 หลายเดือนก่อน +12

    ተማሃራ እስከ በዓል ጢና ሚና ናይ ኣስክሬም ጥራሕ ካብ ትኾና። እግዛብሔር ኣምላኽ ሓዳርኩም ይባርኽ ብሩኻት የሕዋት።❤

    • @ayahans
      @ayahans 5 หลายเดือนก่อน +2

      አብይ ክምሃራ አብ ቲክቶክ ዶ ይውዕላ

    • @ኤፍራዳኒ
      @ኤፍራዳኒ 5 หลายเดือนก่อน

      ​@@ayahans

  • @eritreaelsagb7918
    @eritreaelsagb7918 4 หลายเดือนก่อน +6

    አነ ከኒ ነዛ ነብሰይ እንታይ ዝሓዝኩላ አሎኒ ድዩ!
    እዛ ዘረባ አዝያ ህይወት ትህብ እያ ። ትሕትና መስተውዓሊ ሰብ ምካኑ ዘይርስዕ ዝሓስባ ውን እያ። ካብዚ አዚና ዝረሓቅና ህብረተሰብ ኔርና እንተተባህለ ጌጋ አይኮነን ። ፈቲካ ካብ እንዳዝመረጽካዮ ስድራቤት አይትውለድን ኢካ ። ውሉድ ድማ ህያብ እግዝኣብሄር እዩ። ዝኮነ።ውሉድ ድማ ብምክንያት እዩ ዝውለድ ካብ እግዚኣብሄር ስለ ዝኮነ ነዚ ውሉድ ወይ ህያብ ፈጣሪ ዘስተናዕቅ ድማ ፍርዱ ናብ ፈጣሪ ንገድፎ።
    አብ ህብረተሰብና መብዛሕትኡ ግዜ ዘይምምሃርና እንድዩ ከምኡ ጌሩና ዝበሃል ምክንያት ነቅርብ በቲ ሓደ ወገን ድማ ንህና አመንቲ እንዲና ንብል ሰብአዊነት ግና ዝጎደለና ህብረተሰብ ኢና ። ካብ አባላት ስድራቤትካ ስንኩላን ተለው አብ ገዛ ዓጺካ ሰብ ከይርእዮም ትገብር ንከይመሃሩ ምስ ህብረተሰብ ንከይቀራረቡ ይእገዱ እቲ ምክንያት ነቶምካልኦት የህዋቶም መውስቦ መታን ዕንቅፋት ከይኮንዎም ዝብል ኮይኑ መልስና ነቲ ዘለዎም ስንክልና ዝያዳ ንከማርሩ ይግበሩ ኔሮም ። እዚ ካብቲ ሃይማኖትና ይኩን ስነ ምግባር ስብአዊነት አዝዩ ዝረሓቀ እዩ።
    እዛ ጋልና ነዚ በዲሃ ዝወጸት እያ ። ብዙሕ ንህማቅ ነገር ኮሊዑ ዘውጽእ ካብ ምድናቅ ምህማይ ዝያዳ ዝግደስ ብምካኑ ንክትስዕሮ ከቢድ እዩ ። ንኩሉ ግና ብጻጋ አምላክ ስዒራቶ ብርሃን ብምካን ድማ ነዚ ቤት ኮሊዓቶ ።እግዚእብሄር ይባርካ!

  • @shalikurgira4806
    @shalikurgira4806 4 หลายเดือนก่อน +4

    What a love story !!!❤❤
    ኣነስ መግለጺ'የ ስኢነላ ነዛ ብርኽቲ ፍጥረት ፡ ኣምላኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ፡ ከም ትምኒትኩም ድማ ጥዕና ዘለዎም ቆልዑት ትወልዱ ይግበርኩም።