"ህዝቢ ንምንታይ ደቀይ ገቢረ? መን እዩ ዝመርሐኒ ዘሎ? ንምንታይ? ኢሉ ክሓትት ኣለዎ" ቃለ መሕትት ምስ ሊቀ ጳጳስ ሃገረ ኣውስትራልያን ኒውዝላንድ ኣባ ሰላማ

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 29 ธ.ค. 2024

ความคิดเห็น • 610

  • @meebrahtomzeaman1896
    @meebrahtomzeaman1896 6 หลายเดือนก่อน +1

    መድህን ሓፍተይ እዚ ትሰርሕዮ ዘሎኺ ስራሕ መዳርግቲ ኣልቦ ከይኣድነቕኩኪ ክሓልፍ አሰይደልን ኣጆኺ በርትዒ

  • @esmaelali2782
    @esmaelali2782 6 หลายเดือนก่อน +101

    ብሓቂ ደስ ዝብሉ ሓቀኛን ፍትሓዊን ኣቦ ኣባ ሰላማ ኣቦ ሰላምና✌️
    ኣነ ሃይማኖተይ ሙስሊም ትግራዋይ እየ ኣብዚ ክብሎ ዝደሊ ግን ተኸተልቲ ኦርቶዶክስ ሃይማኖት ተጋሩ ኣሕዋተይ ንዞም ኣቦ ስምዕዎም ሓግዙዎም።እዞም ኣቦ ንኦርቶዶክስ ጥራሕ እንተይኮነስ ንማንም እምነት ተኸተልቲ ከም ትግራይን ህዝቢ ትግራይን ዝረብሑ ኣርሕቆም ዝሓስቡ ኣቦ እዮም'ሞ በጃኹም ሓግዙዎም🙏

    • @harpe123
      @harpe123 6 หลายเดือนก่อน +2

      Abuna selama is another wing of TPLF

    • @Tigray122
      @Tigray122 6 หลายเดือนก่อน +2

      ብሓቂ ኩቡር ሓውና ጸግኡን ጥበቡን የብዝሓልካ ልዑል እግዚኣብሄር ኣምላክ 🙏🏻🙏🏻🙏🏻

    • @Yonas-qy3zy
      @Yonas-qy3zy 6 หลายเดือนก่อน +2

      ሰቅ በል ለክባጥ ኤርትራ ትግርኛ ጥራይ ኣይኮነትን (9)ብሄር እዩ ዘለዋ

    • @robelaraya7139
      @robelaraya7139 6 หลายเดือนก่อน

      Ata wedeza lemani resah​@@harpe123

    • @zefengorhawaria8526
      @zefengorhawaria8526 6 หลายเดือนก่อน

      🙏🙏🙏❤️❤️

  • @AbderehimAbdella
    @AbderehimAbdella 6 หลายเดือนก่อน +2

    መድህን ናይ ባሕሊ ኽዳን ብጣእሚ የጥእምልኺ ኣቦና አባ ሠላማ ብምቅራብኺ ንኽልተ ኹም የቀንየልና

  • @goitomabebe1872
    @goitomabebe1872 6 หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤❤ በረከትኩም ይሕደረና ኣቦና

  • @TomM-ex9jc
    @TomM-ex9jc 6 หลายเดือนก่อน +1

    ሰላም ጽቡቕ ጉርብትናን ንህዝቢ ቀርኒ ኣፍሪቓ ብፍላይ ኣብ መንጎ ትግራይን/ኢትዮጵያን ህዝቢ ኤርትራን

  • @demyteklu5345
    @demyteklu5345 6 หลายเดือนก่อน +2

    ብጣዕሚ ደስ ዝብሉኻ እቦ
    የቀንየልና 🙏

  • @BereketLeul-l1g
    @BereketLeul-l1g 6 หลายเดือนก่อน +2

    ቃለ ሂወት የስዓልና

  • @yohannesabraham4919
    @yohannesabraham4919 6 หลายเดือนก่อน +2

    🙏🙏🙏🙏🙏 ክቡር ኣቦና ኣቡነ ሰላማ በረከቶም ይብጸሐና!!
    ሕቡንን ሕርሩን ኣዛል ወመስተጋደል ትግራግራዋይ❤❤❤❤❤!!

  • @weldaytsegay5215
    @weldaytsegay5215 6 หลายเดือนก่อน +2

    መድህን ብጣዕሚ ውርዝይትን ውቅብትን ፈላጥን ብምኻንኪ ብዙሓት ሰባት ትስሕቢ ኣልኺ❤

  • @azmeratesfay6273
    @azmeratesfay6273 6 หลายเดือนก่อน +1

    አቦና አቦ ህዝቢ ትግራይና አቦ ሰላማ እግዚአብሔር ምሳኩም ይኩን 🙏🙏🙏🙏🙏

  • @mihretarkebe9285
    @mihretarkebe9285 6 หลายเดือนก่อน +2

    መድህነይ ነዞም ሩጡብ ኣቦና ኣምፅኪ ደቢስክና ተስፋ ክንገብር ገርክና ፈጣሪ ዕድመን ጥዕናን ይሃቦም የቀንየልና🙏❤

  • @haileabisaq8956
    @haileabisaq8956 6 หลายเดือนก่อน +1

    ዝኸበርካ ኣቦና ብኹሉ ኣስተምህሮኻ ዘኽራዕካኒ ውእጠይ ዝመሰጥካኒ ኣቦ ኢኻ ኣጆኻ ኣብ እምነትጃ ጽናዕ።

  • @ThomasTemare
    @ThomasTemare 6 หลายเดือนก่อน +2

    መዲሂን ሓፍትና ብጣዕሚ ኢና ናምስገነኪ ምኽንያቱ ኣቃራርባኺ ብጣዕሚ ናቦና ዘለኪ ኽብርን ትሕትናን ካብ ኣካዳድናኺ ጀሚርኪ ምግናና ወሰን የቡሉን❤❤❤

  • @tibletsmerso9794
    @tibletsmerso9794 6 หลายเดือนก่อน +1

    እግዚአብሔር ምሳኩም ይኩን አባ ሰላማ 🤲🏻

  • @tesfaybirhane4435
    @tesfaybirhane4435 6 หลายเดือนก่อน +2

    🎉🎉🎉🎉🎉ሰላም መድህን ሓፍተይ ኣባ ሰላማ ሰላምኩም ይብዛሕ

  • @LuelAmare
    @LuelAmare 6 หลายเดือนก่อน +3

    መዲ ፅቡቕ ኣከዳድና!

  • @capitaltesfay
    @capitaltesfay 6 หลายเดือนก่อน +9

    ብጣዓሚ ደስ ዝብል መልእክቲ ኩሉ ግዘ ከምዚ ዝበለ መልእክቲ ንክሳተፉ ብጣዓሚ ደስ ኢሉኒ ።መዲህን ደሞ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ።ብሰልቲ ዋዕሮ በሓቂ ጅግና እቶም አሮግቶት መራሕቲ ንሰልጣን ርስቲ ገይሮም ዝወሰዱ ድሑራት ንህዝቦም ዝረስዑ ንመንእሰይ ንወጣት ትግራይ ስልጣን ከረክቡ አለዎም። ብጣዕ ቀፅልሉ ካብ ቀደም አድናቂኪ የ ካብ ልቢ።።

  • @Askalutesfaslasie3
    @Askalutesfaslasie3 6 หลายเดือนก่อน +67

    እቲ ብሌናይ፡ ዓፋር፡ ትግረ፡ ሳሆ፡ ኩናማ ፡ ናራ፡ ሕዳርብ፡ ራሻይዳ ኤርትራዊኸ? ትግርኛ ትብሉሲ እቲ ኹሉ ኤርትራዊኸ ናበይ ክትድርብዩዎ ትደልዩ? ወረ ንዓኹም መን ደልዩኩም?

    • @wowo9142
      @wowo9142 6 หลายเดือนก่อน +4

      ኣብ ኢትዮጵያ ፓትርያርክ ኮይኖም ንሳላሳ ዓመት ዘማሓደሩዎ ቤተክርስቲያን ገዲፎም ናብ ኤረትራ ሓደ ኢና ምባሎም ዝገርም እዩ።
      ኤረትራዊ መንነት ካብ ውበ፣ኣሉላ፣ምለሊክ፣ሓይለስላሰ፣መንግስቱ፣መለስ፣ደብረጬን፣ተሞኩሮ ኣለዎ።

    • @tsegaikesete9015
      @tsegaikesete9015 6 หลายเดือนก่อน +2

      ኣድጊ ንሓመዱ ስቅ በል ገና መዓት ኪወርደኩም ኢዩ።

    • @hybirdgenetic7096
      @hybirdgenetic7096 6 หลายเดือนก่อน +11

      ኣየ ተጋሩ ፍንፉናት ፍጥረት ፡ኤሪትራ ፈታዉን ጸላእን ይፍለጥ ኣደ ትሻዓተ ብሔር ፡ክልተ ሃይማኖት ፡ደሴት ሰላም

    • @AaA-nq7il
      @AaA-nq7il 6 หลายเดือนก่อน

      🇪🇷🦓🇪🇷🦓🇪🇷🦓🇪🇷🦓🇪🇷🤣

    • @addisalemmesfin4849
      @addisalemmesfin4849 6 หลายเดือนก่อน +1

      ብዘይካ ተን ክልተ ብሄራት እተን ዝተረፋ መበቆለን ትግራያ/ኢትዮጵያ እዩ፣እተን ዝተረፋ 2 ብሄራት አሕዋተን (መንነተን) አብ ሱዳንን ሱዑዲን ይድለያ። ንሳተን ድማ እየን ንቶም አብ ትግራይ ዘለው ጥራሕ ዘይኮነስ ንቶም ብዜግነት ምስሶኦም ዘለው ተጋሩ እውን እንዳተፃረፉ ዝነበሩ።ንሶም ብሄራዊ ቋንቋ ኤሪትራ ንምንታይ ትግሪኛ ኮይኑ ፣አረብኛ ይኹን እንዳበሉ ይከራኸሩ አለው።

  • @HorneAfricaJojo
    @HorneAfricaJojo 6 หลายเดือนก่อน +30

    ክቡር ኣቦና ኣብትሕቲ ፈጣሪ ኣባኹም ዓብዪ ተስፋ ኣለና ከማኹም ዝበለ ኣቦ የድልያሎ ትግራይ በረከትኩምን ረድኤትኩም አይፈለየና ዕድመን ጥዕናን ይሃበለይ ክቡር ኣቦና

    • @yobel-lh2rj
      @yobel-lh2rj 6 หลายเดือนก่อน

      Ezi Sebeay Aykonen Du Beal Nay Kudusan Keyetebelu Zebele Xebuk Geyeru Kegelegl N Betecersian Yezarebewo 😢😢

    • @weinikeleta3461
      @weinikeleta3461 6 หลายเดือนก่อน +2

      Nay behaki egziabeher amlak Yhagzum🙏🙏🙏✝️✝️✝️❤

    • @AdayHiwet
      @AdayHiwet 6 หลายเดือนก่อน

      ሰላም ነቲ ኣብትግራይ ዘሎ፡ ስርቂ፡ዓመጽ ደቂ ኣንስትዮ፡ ቅትለት፡ዝሙት፡ድራግ፡HIV፡ ህዝቡ ናብ ናይ ቴንዳ ናብ ገዝኡ ክምለሱ፡ ጥምየት፡ ከም መራሒ ሃይማኖት ክገብር ነይሩዎም ኣብክንዲ ፖሊቲክስ።

  • @goesaroundcomesaround
    @goesaroundcomesaround 6 หลายเดือนก่อน +1

    😢 ዕድመን ጥዕናን ነቦና 🙏❤

  • @TemesgenTeklay-ll6pf
    @TemesgenTeklay-ll6pf 6 หลายเดือนก่อน +1

    ጎበዝ አቦ ዕድመን ጥዕናን የሃብኩም አምላኽ

  • @yohannesabraham4919
    @yohannesabraham4919 6 หลายเดือนก่อน +5

    ካብ መንበረ ሰላማ ህዝቢ ትግራይ ብዙሕ እዩ ዝጽበ ዘሎ!
    ከይታሕፍሩና ምስ እግዚኣብሔር ሓጋዝነት ጠንኪር ስርሑ!!

  • @amanuelamahazion2039
    @amanuelamahazion2039 6 หลายเดือนก่อน +80

    ምስ ህዝብን መንግስትን ኤርትራ ሰላም ንግበር ምባል ጽቡቕ ነገር ኡኳ እንተኾነ ህዝቢ ኤርትራ ከም ተዛራቢ ትግርኛ ሓሲብካ ምስ ህዝቢ ትግራይ ኣብ ሓደ ክመጽእ ኣለዎ ምባል ግን ክውንነታዊ ኣይኮነን።

    • @avmars5937
      @avmars5937 6 หลายเดือนก่อน +10

      ንፋቶ ግን በብያትና ይብሉ ጥልያን። ሕጂ ኸኣ ንተዓረቕ ግን ሃሃገርና።

    • @gebreasmari7895
      @gebreasmari7895 6 หลายเดือนก่อน +3

      yeah

    • @mebratbereket2732
      @mebratbereket2732 6 หลายเดือนก่อน +7

      ሰላም ክፍጠር እንተኾይኑ ኤርትራ ምስ ኢትዮጲያ እምበር ኤርትራ ምስ ኣውራጃ ሰላም ዝበሃል የለን፡ (1) እስኻትኩም ኢትዮጵያውያን ኢኹም እመንሉ፡
      (2) ኢትዮጽያ ( ወያነ) ብፍላይ ናይ ሓባር ደም ኣፍሲስና ኣራት ኪሎ ዝእተና ተኻሒድና ምስ ብዕዳውያን መኺሮም ከጥፍኡና ዝዓጥቑልና፡ ንሰላም ብኣፍ ዘይኮነ ንዓመታት ብምጽማም ተዓጊስና ደሚና መሪሩና ምእንቲ ህዝቢ ትግራይ ከይጠፍእ ሚሳይላት እንዳተጓሕፈና ስቕ ምባልና ከም ፍርሒ ወይ ከኣ ዕጥቂ ዘይብልና ወሲድኩም፡ ብዓለም ደረጃ ክንጽላእ ክንፍንፈን ዝገበርኩምና እስኻትኩም ኢኹም፡ በዓል መለስ ዓው ኢሎም ዝተዛረብዎን ዝመደብዎን መመሊሾም ዝሓናኸርዎን እነሆ ንልዕሊ ርብዒ ዘመን ሃሲዮምና፡ ጀኖሳይድ ተፈጺሙ ኣብ ትግራይ እንዳበልኩም ትዝምሩ ትውዕሉ፡ እንታይ ድዩ ነይሩ መደብኩም ዕላማኹም ጨሪሽና ክንድምሰስ እስኻትኩም ከኣ ዓባይ ትግራይ ክትፈጥሩዶ ኣይንኮነን? ግን ኣምላኽ ይመስገን ሳላ ቅኑዕ መሪሕነትና፡ ሳላ ሓላው ወሰን ዋልታ ሃገር ጅግና ሰራዊትናን ምክልኻልናን፡ ሳላ እቲ ዘይጸዓድ ጸዋር ዓቃል ሓየት ህዝብና፡ ከምቲ ንጥፍኣትና ዝሓሰብኩሞ ዘይኮነስ ልዕሊ ሰብና እምበር ትሕቲ ሰብና ኣይኮናን፡
      ክብርን መጎስን ንስውኣትና ሓበንን ኩርዓትን ንስንኩላትና፡ ዎትሩ ዓወት ንሓፋሽ።

    • @asmeromghoitom3283
      @asmeromghoitom3283 6 หลายเดือนก่อน +1

      Abona selam eko selam e u ktzerebelun kttswon keman taum.Negher ghn eritrea selam ms kll tigray zey kone ms mulue hzbi ethiopia e u zedlyo.Mknyatu hwhat eyom ab hshewye znbra zelo nkerni africa.

    • @AaA-nq7il
      @AaA-nq7il 6 หลายเดือนก่อน

      ሞ ሕጂ ናይቶም ካሎኦት ብሄራት ክንማሃር ኮይና ንሕና ትግርኛ ኢና😂

  • @tiberihkidane577
    @tiberihkidane577 6 หลายเดือนก่อน +3

    ቅድሚ ህዝቢ ምስ ህዝቢ ፡ መንግስቲ ምስ መንግስቲ ክረዳዳ ኣለዎ! ኣብ ሰላም ወይ ኣብ ኩዊና መንግስቲ ኢዩ ወሳኒ! ኣብ ትግራይ እዚ ዝፍጸም ዘሎ ጽዩፍ ነገር ከም ምጭዋይ ፡ምግህሳስ ምቅታል ደቂ ኣንስቲዮ ኣብኡ እንተ ሰራሕኹምሉ ዝሓሸ ይረኽቦ፡ ሓንቲ ጓል ኣንስተይቲ ብሰላም ቤታ ዘይትኣወሉ ጊዘ መጺኡኩም ኣሎ! ንሕና ኤርትራዊያን ምስ ከምዚ ጽዩፍ ነገን ዘዘውትሩ ሰባት፡ ኣብ ዓድና ክኣትዉና ኣይነፍቅድን! ኣቦይ ቀሺ ንግዚኡ ሓንቲ ስራሕኹም ዉሕስነት ናይዘን ደቂኣንስቲዮ ትኹን ፡ እቲ ኻልእ ቀዳምነት የብሉን!
    ❤️🇪🇷❤️

    • @regberegbe9767
      @regberegbe9767 หลายเดือนก่อน

      ኣይ😂 ንስኹም ውን ዲኹም ትዛረቡ 6ተ ደቂ ኣንስትዮ ዓመት ኣብዘይመልእ ዘቀተልኩመን ኣብ ኤሮፓ መዓልቲ መዓልቲ ዝመውት ዘሎ ኣብ ቲክቶክን ደሓር ከን ንስኹም መፂኹም ዶ ኣይኮነን ዘረኣኹምና 2ተ ዓመት ብዋንነት ሕጅ ድማ ተደቢቅኩም ዶ ኣይኮነን ትደፍሩን ትቀትሉን ዝነበርኩምን ዘለኹምን ግስርጥና ኮ ካብ ጉዑዝያት እዮም ተማሂሮምዎ ካብ ህግደፍን ካብ ኢትዮጲያን ።ንስኹም ዘበሳበስኩምዎን ተስፍኡ ዘፀልመትኩዎን እዩ ኮ ከሙኡ ዝገብር ዘሎ ኩሉ ናብ መንነትና መግለፂና ንመለሰሉ ርሕቅ ኣይኮነን ድሕሪ ጆኖሳይድ ዝውረስ እዩ።

  • @merhawiandegergish6416
    @merhawiandegergish6416 6 หลายเดือนก่อน +56

    ፍርሃት እዝጋቤሄር የብልኩሙን ድዩ ኣቱም ኣቦ? 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
    ትማሊ 90.000 🇪🇷 ሕብሪ ዓይንኩም ደስ ኣየበለናን ኢልኩም ንብረቱ ራሲኩም ካብ መሬት ኣምሓራን -ኦሮሞን ክትሰግዎ ኣበይ ኔርኩም ዓግብ የሕዋትና እዮም ዘይ በልኩም ""ሕጂ ዳኣ እንታኣዋና የሕዋት ኮይና "" ዓገብ ዓገብ ዘየለ ዘረባ ኣይትዛረቡ ነውሪ እዩ "" from Eritrea 🇪🇷""ይኣክል "ሰልቺና በዚ ለምጭ ዘረባ """

    • @bbg8739
      @bbg8739 6 หลายเดือนก่อน

      Go out off tigray no no Eritrean in Tigray tiwot

    • @esaiasberhane6756
      @esaiasberhane6756 6 หลายเดือนก่อน

      Seddi, just disappear.

    • @BiniamAreayaslassie
      @BiniamAreayaslassie 6 หลายเดือนก่อน

      ሓሳዊ ሓሳድ ኣብዘይ መንጠቢትክን ኣይተእትዋ ኢድክን

    • @tsiyonawiAxumawi
      @tsiyonawiAxumawi 6 หลายเดือนก่อน

      ዲቃላ ጣልያን ንህዝብ እምበር ነዓካ መንበለካ ለኽባጥ

    • @esaiasberhane6756
      @esaiasberhane6756 6 หลายเดือนก่อน

      @@BiniamAreayaslassie Ata asha ! disappear.

  • @timnitzemariam4493
    @timnitzemariam4493 6 หลายเดือนก่อน +1

    Amen kal hiwet yesmeana yesmeana buxea we kdus Abona nay bhaki kem afikum nay selam nay fkri ygberelina Fetari ab xelotkum zekueuna mhret kweridelina edmemen teanan yhabkum Fetari medhin hafitey 🙏🙏🙏

  • @maramihari6453
    @maramihari6453 6 หลายเดือนก่อน +8

    መጀበርያ ምስ ህዝቢ ኢትዮጵያ ሰላም ግበሩ ኣቱን መዳናገርቲ ህዝቢ

    • @harpe123
      @harpe123 6 หลายเดือนก่อน +2

      አቡነ ሰላም ተገንጣይ የወያኔ ክንፍ ነው

  • @jssllaa122ali7
    @jssllaa122ali7 6 หลายเดือนก่อน +2

    ዕድመን ጥዕና ን ንኩቡር ኣቦና❤❤❤

  • @dejenhadera1909
    @dejenhadera1909 6 หลายเดือนก่อน +4

    ብኡነት መድህን ናዓይ ፍሉይ ሰብ እኪ አብ ናይ አቦታት ና አክብሮት ፃዕዳ ክዳን ተከዲንኪ ንአቦታትና ቃለ መሕተት ክትገብሪይ ብለኪ ዓብይ ናአዳን ክብረት አለኒ

  • @alembrhane4488
    @alembrhane4488 6 หลายเดือนก่อน +1

    Peace and love to the people of Eritrea and tigray, Ethiopia ♥️♥️♥️

  • @weinikeleta3461
    @weinikeleta3461 6 หลายเดือนก่อน +3

    Amen Amen Amen 🙏🙏🙏 Abona Egziabeher Amlak ytehaweso Kale Hiwet Yesmalena 🙏🙏🙏✝️✝️❤️❤️❤️

  • @desalegngebre-ym6gk
    @desalegngebre-ym6gk 6 หลายเดือนก่อน +2

    ክብሪ ንአቦና አቡነ ሰላማ ይኹን እናበልኹ ፅቡቕ ስራሕ ይሰርሑ አለው ቐፅሉ አቦና ምሐሩና አድና ብዙሕ ትምሕርቲ የድልየና

  • @rahwag.6888
    @rahwag.6888 6 หลายเดือนก่อน +18

    ኤርትራውያን ተጋሩ ኣይንደልየኩምን እዳበሉስ
    ንምንታይ ኢና ንሕና ንልምኖም
    ከምጎረቤት ብሰላም ምንባር ኣይካልንዶ?

    • @habenhadish938
      @habenhadish938 6 หลายเดือนก่อน +7

      ከሙኡ ዝበለ የለን። ኣብ social media ዝረአ ናይ ጽሊኢ ሕማም ኣብ ክልቲኡ ወገን ኣሎ። ኣብ ተጋሩን ኤርትራውያንን ። ኣነ ኤርትራዊት"የ። ይኩን እምበር ምስ ህዝቢ ትግራይ ብሰላም እንነብረሉ ግዜ ክሪኡ"ዩ ተስፋይ። ሰላም ከኣ ክትደልያ ኣለካ እምበር፡ ክትደልየካ ኣይትክእልን። ንቅድም ሰላም እንኮ ፍታሕ ምኳኑ ንእመን። ብድሕሪኡ ኩሉ ነገር መመስርዑ ክሕዝ"ዩ። ኣይኮነን ግን ትግራይ ንኤርትራ ጸሊኣ ኤርትራ ከኣ ንትግራይ ጸሊኣ ኣብ ንበጽሖ የለን። ተተሓሒዝና ክንጠፍእ ኢና። ፖለቲካ ሕዋሓትን ሻዕብያን ገዲፍና ከም ህዝብታት ንሕሰብ። የቀንየለይ ምስ ኣክብሮት።

    • @geneamha7584
      @geneamha7584 6 หลายเดือนก่อน +2

      @@habenhadish938Asey Lebam Haftey !! Sirkyo! We need peace ✌️

    • @Bhgialeni12345
      @Bhgialeni12345 6 หลายเดือนก่อน +2

      ​@@habenhadish938komal agame tekan tigrawayti men eritrawit geruki gefih meshita tukan nay tigrayki gber ghaf tigrawayti teref dron

  • @HdhdgTete
    @HdhdgTete 6 หลายเดือนก่อน +8

    respect medi ለባም ሓፍትና ልዕሊ ኩሉ ንእትገብርዮም ቃልስን ህዝብና ካብ ዝተፈላለዩ ምሁራን ግንዛበ ክወስድ ስለ ትገብሪ ዘለኪ ። ቀፂለ ደሞ ለቦናን ንሃይማኖትክን ዘለኪ ክብሪ ካብ አከዳድናኪ ምግንዛብ ይከአል

  • @stpual1
    @stpual1 6 หลายเดือนก่อน +5

    አቦና አባ ሰላማ ዓቢይ ክብሪ ይግብኦም !!!

  • @amanuelberhane2068
    @amanuelberhane2068 6 หลายเดือนก่อน +3

    ቡሩክ ሰንበት

  • @asterisayas8522
    @asterisayas8522 6 หลายเดือนก่อน +24

    ሽህ ተኮነ ህያዋይ
    አይትእመን ትግራዋይ።
    ንትግራዋይ አድርሮ
    እምበር አይተህድሮ
    ልቢ ትግራይ ጥውጥዋይ።
    መን ከአምነኩም ጠላማት ዝበላዓኩምሉ ጻህሊ ትሰብሩ

    • @radiohope1334
      @radiohope1334 6 หลายเดือนก่อน +1

      Please be respectful to all Tigrians let’s love each other እዚኣስ ሕማቕ ዘረባ እያ

    • @BahreNeGash
      @BahreNeGash 6 หลายเดือนก่อน +2

      ​@@radiohope1334
      Sorry brother,,, Tigray has been waging endless wars against the Eritrean people for a long time.

    • @DawitTekle-vq6bz
      @DawitTekle-vq6bz 6 หลายเดือนก่อน

      "አይትእመን ትግራዋይ"? እመኑባ። ትግራዋይ ነት ጀኖሳይድ ክርስዖዩ ፣ ደቂሱ ክሓድርዩ ፣ ሕኒኡ አይፈድይ ፣ ኢልኩም እመኑባ። ከመይ ደአ ዘይትአምንዎ።

    • @AaA-nq7il
      @AaA-nq7il 6 หลายเดือนก่อน

      እንታይ ጻሓሊ ኣለኹም😂

    • @BahreNeGash
      @BahreNeGash 6 หลายเดือนก่อน

      ​@@DawitTekle-vq6bz
      How did you forget the 25 years of TPLF's war against Eritreans?

  • @Jaki-1989-Azmarino
    @Jaki-1989-Azmarino 6 หลายเดือนก่อน +7

    i like the way u dress , መድህን ብጣዕሚ ንፍዕቲ ኢኪ ኣጆኪ ቀጺሉሉ ።

    • @724-m8j
      @724-m8j 6 หลายเดือนก่อน

      Fake thats why ya religion dead, 😂😂😂

  • @Tigray122
    @Tigray122 6 หลายเดือนก่อน +4

    እንኳዕ ብፍጹም ሰላም ልዑል እግዚኣብሄር ኣምላክ መጻኩም ኩቡር ኣቦና ምስ ክብርቲ ሓፍትና ጋዜጠኛ መድህን 🙏🏻🙏🏻🙏🏻ኩቡር ኣቦና ጸግኡ የብዝሓላኩም ነዊሕ ዕድመን ሙሉእ ጥዕናን ይሃብኩም 🙏🏻🙏🏻🙏🏻በረከትኩም ክኣ ይሕደረና 🙏🏻🙏🏻🙏🏻

    • @solomonberhane3096
      @solomonberhane3096 6 หลายเดือนก่อน

      😂😂ደፋር ካድሬ ካብቶም ፖለቲከኛታት ፍሊይ ብዝበለ መገዲ
      ሓደ ዝኮነ ህዝቢ ኤርትራ ከፉሉ እታ አብ ሳንዱች አላ ዝበላ ትግራይ ምስ ኤርትራ ትግሪኛ ጥራይ ሓደ ንምግባር ጸሎት እገብር አለኩ ስለ ዝበለ ዲዩ?
      ከም ትግሪኛ ተዛራቢ ከም ዶብ ከባቢ ተወላዲ ፎዕ ኢለካ አለኩ በሉለይ ‼️
      እምበር ንዚ ካድሬ ጸጋካ ይብዛህ አይብሎን።

  • @surafelmesfin2237
    @surafelmesfin2237 6 หลายเดือนก่อน +2

    ፈጣሪ ኣገልግሎት ዘመኖም የንውሓዮ

  • @AlemAbraham-wq5et
    @AlemAbraham-wq5et 6 หลายเดือนก่อน +2

    Thanks Medhin, I appriatiate the man of God how he express the problem of Tigray.

  • @mebrhatueyob9169
    @mebrhatueyob9169 6 หลายเดือนก่อน +53

    ተጋሩ ተቋወምቲ ኣኪብካ ትመጽእ ሰላም የለን ኣብ ደገ ዘለዉ ትብሎም ዘለኻ ነቶም ቅተልዎም ዝብሉ ዘለዉ እታ ኣብ መንጎ ኤርትራውያን ትፋላልዩ ዘለኹም ኢድኩም ስሓቡ ሰላም እንተደሊኹም ክእርመካ ኤርትራ ትግርኛ ዝዛረብ ጥራይ ኣይኮነን ዘለዋ ኤርትራውያን ኢልካ ተዛረብ ሰላም እንተኾይኑ ኤርትራውያን ምባል እዩ ትግርኛ ትግርኛ ኣትበል ።

    • @Tesfaldethaile-v8i
      @Tesfaldethaile-v8i 6 หลายเดือนก่อน

      ኣንቲ ትሃትዮ ሕቶ ይርዳኪ ኣሎድዩ ትግራይሲ ትፈርስዶ ወላስ ኢቶዮጵያ ታኣቱ አልካ ኣሎ ክልል ትግራይ ኢቶጵያ ምካና አና ንፈልት ኣስተዉ ኣታ ሰብ ነይ ኤርትራ ጥራይ ጽላኢታይኮነትን ናይ ትግራይ አንኮላይ ደጊምኩም ካብ መጀመርያ ስምዋ😢😢

    • @RahaelYhdego
      @RahaelYhdego 6 หลายเดือนก่อน +5

      እዝዮም ሩጉማት እንድዮም ኤርትራ ናይ ትግርና ሃገር አይኮነትን ብትግራይ ዝመጽ ሰላም አያድልይን 9 ቤሔር ኤርትራ ዘይአምን አየድልን4::

    • @robelaraya7139
      @robelaraya7139 6 หลายเดือนก่อน

      9 9 9. Aserte gize tesheate ina teblu..tumuyat ..mejemeriya arsekum kealu ..selam enkuwa enteweridu nesekum enber nehena aynesededen ko ...jahrakum Abu gedefewo ..ab tigray trah darga 100shi sedetegnatat eritrawian alewu ...abakum 1 tigraway yelen tumuyat....

    • @AaA-nq7il
      @AaA-nq7il 6 หลายเดือนก่อน

      ኣየ ባርያ🦓🇪🇷🤣

    • @fitsumhabtom2572
      @fitsumhabtom2572 6 หลายเดือนก่อน

      ​@@Tesfaldethaile-v8igugmangug entay zesekif aleka resah atababya zbedelo

  • @tewzoldebereket9952
    @tewzoldebereket9952 6 หลายเดือนก่อน +2

    መርሐባ ብራኸ ሸው መድህን ኸምኡውን አቦና አባ ሰላማ ነቲ ትህብና ትምህርትን መንፈሳውን ማሐብረሰባውን ትምህርቲ የመስግኘኩም ንሕና ውን ከም ኤርትራውያን ኸማኻትኩም ሀፍታም ዝኾነ ፍልጠትን ሰፊሕ ዝኾነ ልቦናን መምሀራን ኽንረክብ ኾለና አዚና ኢና ንሕበንን ተስፍን ንገብር እሞ ዕድመን ጥዕናን ይሃበልና መድህንድማ እዚ ባህላዊ ኽዳን ድማ ኸጥዕመልኪ ተባረኺ

  • @HailuMehari-s4x
    @HailuMehari-s4x 6 หลายเดือนก่อน +3

    መዳ ንፍዕቲ ንጥሚ ከይከነስ ንዓዳን ህዝባን እትቃለስ ጅግና ከማኺ ዝበለ የብዘሐልና

  • @raheemh.9891
    @raheemh.9891 6 หลายเดือนก่อน +22

    ዓባይ ትግራይ ፍጠሩ ኢሉ ሓንጎል ቖልዑ ዘባላሽወ ጉዳም ካድረ ።
    ህጂ ግልብጥ ኢልካ ምስ ኢሳያስ ተዓረቁ?
    ኤርትሪያ ናይ ኢሳያስ ድያ?

  • @negasitesfaye9978
    @negasitesfaye9978 6 หลายเดือนก่อน +3

    ዝተባረኹ ብሉፅ ምጡቅ ፍልጠት ዘሐዎም ብፁእ አባና አባ ሰላማ በረከቶም ይብፀኸና አሜን❤❤❤

  • @adamhanibal3935
    @adamhanibal3935 6 หลายเดือนก่อน +3

    እግዚኦ መሓረና ክርስቶስ ካብ ርኹስ ኣምሓርኛ ዝዛረቡ ተጋሩ ሓልወና !

  • @ትግራይሃገረይእያዓለምይራ
    @ትግራይሃገረይእያዓለምይራ 6 หลายเดือนก่อน +9

    ብጹእ ኣቦና ኣንደበተ ሩቱኡ ዕድመ ያሃበልና ፈጣሪ ናብ ደገ ክኸዱ የብሎምን። መድህን ሓፍተይ እግዚአብሔር የክብሪኪ ክብ ኣከዳዲናኺ ጀሚሩ ዘለኪ ሰነ ሰራዓት ብጣዒሚ እዩ ደስ ባሃሊ ቀፅሉሉ ጋልኖ❤🙏

  • @freweyinimelake5309
    @freweyinimelake5309 6 หลายเดือนก่อน +16

    እሞ የለን ናይ አኽሱምካ ግበር፧ማርያም አስመረይቲ አለው ብሩኻት አቦታት

    • @robelaraya7139
      @robelaraya7139 6 หลายเดือนก่อน

      😂😂 emo taliyan ina deyu teblu zelekum😂...adi alekum deyu gen???? Hager alba hezbi fokodo measkerat tigray ekum ko tenebru😂..lemani

    • @freweyinimelake5309
      @freweyinimelake5309 6 หลายเดือนก่อน

      @@robelaraya7139 nehna eritrea tebahal adi alatena
      nehedhedkum endatebelaekum tenebru hezbi kem asa beliekum ketwedewen ekhum eten anestekhum

  • @በርቂሜድያ
    @በርቂሜድያ 6 หลายเดือนก่อน +3

    ዋላ ሽሕ ጊዜ ይኹን ሕያዋይ ኣይትእመን እንታዋይ ኢሎሞ እዮም ኣቦታትና ትግራዋይ ዋላ ጳጳስ ኮይኑ ይምጻእ እተን ነጥብታት ናይ ወያነ ትግራይ ኣየዕብረንን እዩ። ብፍላይ ብፍላይ ን ህዝቢ ኤርትራ ዝትፋኣ መርዚታት ጺቕ ከይበለ ኣይሓልፍን እዩ።ኣስተውዕል ኤርትራዊ ወያነ ክሳዳ ተጠዊቓ ትሕሰይ ስለዘላ ከም መዋጾኦ ወይ መለሳለሲ ተባሂሉ ዝግበር ዘሎ እዩ።ብፈኸራ ኣይተኻእለን ብዂናት ኣይተኻእለን ብልመናን ብቐሺን ክምጻእ ንጽበዮ ነገር እዩ።ንቓሕ ወፊ ህግደፍ

  • @ጠዓመመንገሻ-ሐ2ኀ
    @ጠዓመመንገሻ-ሐ2ኀ 6 หลายเดือนก่อน +20

    መድሂን ፅቡቕ ብራኸ ትብርኽለኺ ምስቲ ጋሻ ክኸድ ዝበልክዮ ኣካዳድና ምኽዳንኺ ከመስግነኪ ናብ ኣቦሃይማኖት ክትቐርቢ ከለኺ ማዕሪግኺ ምቕራብኺ ጎይታ መዓርግይወስኸልኺ።

    • @Elli-n2u
      @Elli-n2u 6 หลายเดือนก่อน

      Amsolu iyom klitiom. Nisom nay kudus zitekednu sheytan, nisawin kab om zegededet sheytan iyu. Kidan yemelkea Dea imber seb aygebrekan iyu::

    • @aexum1597
      @aexum1597 6 หลายเดือนก่อน

      Antum dekalu deky abator seytawnty emo nskatkum ekum antum kahdamat geta yedfaekum Amen 3 👎👎👎👎🤮🤮🤮

  • @ኣኽሰማዊትሃገረTigrinya
    @ኣኽሰማዊትሃገረTigrinya 6 หลายเดือนก่อน

    ሰላምን ቅሳነትን ንትግራይ ክብሪ ይሃበልና አቦና♥️💛❣️🙏🏾🙏🏾🙏🏾🙏🏾🙏🏾

  • @ትህነግውስጤነውደብሪፀይወ
    @ትህነግውስጤነውደብሪፀይወ 6 หลายเดือนก่อน +3

    መድህነይ ብሓደ ኢዱባ ኣቡነ መርሃክርስቶስ እውን ኣቅርብልና🙏❤

  • @tiebeghebru2649
    @tiebeghebru2649 6 หลายเดือนก่อน +1

    ቅዱስ ኣቦና ኣባ ሰላማ ኣቦ ሓቂ ኩሉ ፈተነ ሰጊርኩም ከምዚ ክንርእየኩም ኣምላኽ ዝተመስገነ ይኹን ዕድመን ይሃብኩም ንበሩልና መድድህ ወረጃ ንፍዕቲ ጋዜጠኛ ❤🎉❤🎉🩵🩵🩵🩵🩵

  • @tekakassa2823
    @tekakassa2823 6 หลายเดือนก่อน +4

    ክብርቲ ጋዜጠኛ ጅግና መድህን ሓፍትና በቲ ትገብሪዮ ዘለኺ ብትብዓት ተወፋይነት ተቕርብዮ ዘለኺ መደብ ብሓቂ ኣጆኺ በርትዒ❤❤❤❤❤❤❤

  • @KahaseMezgebe
    @KahaseMezgebe 6 หลายเดือนก่อน +5

    ኣቦና ኣቡነ ሰላማ ኣቦ ሓቂ ኣቦ ናፅነት
    መድሂን ሓፍትና ጀግና ስራሕኺ ቃልስኺ ደስ ዝብል በርትዒ ከምዚ ዝበለ ንህዝብና ዘንቅሕ ዝረብሕ ሓሳብ ዘለዎም ኣቦታት ሙሁራት ብምቅራብ ቀፅሉሉብሓቂ ዋዕሮ ኢኺ👍👍👍👍👍👍

  • @meharigoitom4495
    @meharigoitom4495 6 หลายเดือนก่อน +51

    ንሕና ተዛረብቲ 9 ቋንቋ ኢና :ምሳኩም ዘራክብን ዝጥርንፍን ኣየድልየናን እዩ:ምስቶም የሕዋትኩም ኢትዮጵያውያን ድኣ ይሕሸኩም:ንስኩም ሓሶት ስርቂ ዓመጽ ስልበጣ ነብሰ ምትሓት ትንኩልና ናትኩም እያ ምስ ህዝቢ ኤርትራ ዘራክብ የብልኩምን:ከም ጎረባብቲ ግን ብሰላም ምንባር ንኩልና ጽቡቅ እዩ:ተዘይኮይኑ ሽሕ ግዜ ሕያዋይ ተኮነ ትግራዋ ኣይትእመንትግራዋይ እዩ ዝብሃል ኣብኤርትራ እሞ:ቦቦታና ጥራይ::

    • @ayeleraberra4338
      @ayeleraberra4338 6 หลายเดือนก่อน

      እላተፃረፍኻስ ብሰላም ጎረባብቲ ኾይና ንንበር? ታይ ዲኹም ትጋበሩለኹም ኣብ ስደት ዓድታት? እርሰበርስኹም ሓመድ ላተጋበርኹም ተጋሩ እዮም ትብሉ ትዉዕሉ።

    • @capitaltesfay
      @capitaltesfay 6 หลายเดือนก่อน

      መንደናካ ከ ደሊኩም ዮ ዲቃላ ናይ ጣልያን ሓፃቢ መዓኮር ናይ ጣልያን ብኢሰያስ ርእሲ ጥራሕ ትምራሕ። ርካሻት ሰርቅቲ ማንካ ድስቲ ጀሪካን መሃይማት ደም ክትዛረብ ከም ንቡር yinvrsty እንካን ዘይብልኩም ደነዝ ከዓ ክትዛረብ።

    • @salehabdu9319
      @salehabdu9319 6 หลายเดือนก่อน +1

      U right brav we ur country they are state or kilil n has to make peace deal with their own people n country period w us only have peace n respect own borders period.

    • @toyotaw2500
      @toyotaw2500 6 หลายเดือนก่อน

      መሳፍንቲ ትምክሕቲ ዝብልው ዱሑር ዘረባ አሚጽእካ ሀለው አይትበል ኤርትራ ደሎ ትግርኛ ካብ ትግራይ መበቆሉ እቲ ቀንዲ ተደልዩ የሸቅለቃ ተደልዩ አብ ደለዩ ኩናት ዝጠብሰካ ቴምቤናዊያን ኢሳያስ፥ ሐጎስ ቴምቤን ወዘተ ክሎም አብ ስልጣን ዘለው ብሐፈሻ ድማ ጽላአት እግዚኣብሔር እምበሪ ትግርኛ ሴሜን ይኹን ደቡብ ፍልልይ የብሉን በጃኹም አብ ቁኑእ ስነፍልጠት ታሪኽ መሰረት ጌርና ፍቅርን ሰላምን ንጽሐፍ ኮመን.🙏🙏🙏

    • @robelaraya7139
      @robelaraya7139 6 หลายเดือนก่อน

      Emo sedetegnatatkum do wesedula 😂..atum adi zeybelkum feturat ...tumuyat terah kebdekum jahra abzihikum

  • @TesfayeMawcha
    @TesfayeMawcha 6 หลายเดือนก่อน +1

    thanks

  • @fitsumfesehaye5108
    @fitsumfesehaye5108 6 หลายเดือนก่อน +1

    ቅዱሱ ኣቢና ዕድመን ጥዕናን ይሃበለይ

  • @Wellaitay
    @Wellaitay 6 หลายเดือนก่อน +19

    Libi Tigrai twiyway at its best😂😂😂.

    • @tadesewoldu445
      @tadesewoldu445 6 หลายเดือนก่อน +2

      ውዳቕ ባርያ at it's best ተረፍ ዓሳ😂😂😂

    • @SimonMokonen-f3p
      @SimonMokonen-f3p 6 หลายเดือนก่อน +1

      ​@@tadesewoldu445 ተረፍ የመን ተረፍ ድሮን ሰራቂ መስቀል😂😂

    • @DawitTekle-vq6bz
      @DawitTekle-vq6bz 6 หลายเดือนก่อน +1

      Seriously!!? ኣንቱም ሰረቅቲ ረሳሕ መንዲል ፤ሰረቅቲ ማንካ።

    • @SimonMokonen-f3p
      @SimonMokonen-f3p 6 หลายเดือนก่อน +1

      @@DawitTekle-vq6bz ኣንቱም ሰፈርቲ ሑሩጭ ተሰከምቲ ዒባ ቆራጻት እግሪ ሰርቅቲ ታቦት ሰርቅቲ መስቀል

  • @awetbereket3570
    @awetbereket3570 6 หลายเดือนก่อน +1

    "ሰላም ምስ ኩሉ፡ስግረ-ዶብ ዘይብሉ"

  • @princeatimes4209
    @princeatimes4209 6 หลายเดือนก่อน +1

    እዞም ኣቦ ሕያዋይ ኣቦ እዮም ከም ትዕዝብተይ ኩሉ ዓይነት ንቕሓትን ፍልጠትን ዝውንኑ ይመስሉ ማለት መንፈሳውን ዓለማውን ናይ ጉጅለ ህወሓት መሳርሒ ተዘይኮይኖም ድሓር😊

  • @mebrhatueyob9169
    @mebrhatueyob9169 6 หลายเดือนก่อน +16

    ሓሶት ተንኮል ከይገደፍኩም ክሓልፈልኩም ማለት ዘመት ጆኖሳይድ ብስሚዒት ተዛሪብካ ዝኽውን የለን ቀሺ እየ ኣብ ኣኹሱም ኣለኹ ኢሉ ኣብ ኣሜርካ ከሎ ንቅተል ኣለና ዝበለ ነዝን ከምዝን ጌርካ ንሰብ ምጽላም ተገምጢሉ ንዓኹም ኢዩ

    • @rreer
      @rreer 6 หลายเดือนก่อน

      Hataf

  • @MelesMeles-eg3nw
    @MelesMeles-eg3nw 6 หลายเดือนก่อน

    ደስ ዝብል ቃለመጠየቅ እዩ ።

  • @KasayeGgorgis
    @KasayeGgorgis 6 หลายเดือนก่อน

    ናይ ብሓቂ በሳል ኣቦ

  • @NomarBegala
    @NomarBegala 6 หลายเดือนก่อน

    እዚኦም ጅግና ኣቦና ንሓግዞም እቲመትከል ትግራይ ሓሳብ ኣብዚ እዩ ዘሎ

  • @Brave-Is_Mine1
    @Brave-Is_Mine1 6 หลายเดือนก่อน +1

    Hat 🎩 off to You and Abona for bringing this into your attention and condemning the heinous crime happening inside Tigray.

  • @adamhanibal3935
    @adamhanibal3935 6 หลายเดือนก่อน +1

    ንህዝብታት ኣገው ኦሮሞ ጉራጌ ትግርኛ ሲዳማ ጸላኢኦም ኣምሓርኛ ዝዛረቡ እዮም ብፍላይ ተጋሩ ኣምሓራይ ዝተቀየሩ ሳዲስት እዮም

  • @adamhanibal3935
    @adamhanibal3935 6 หลายเดือนก่อน +1

    ተዋህዶ ትግራይን ኤርትራን ረሳሓት ጠላማት ጨነውቲ ለመንቲ መምህራን ርኹስ ኣምሓርኛ

  • @meharistifanos2407
    @meharistifanos2407 6 หลายเดือนก่อน +10

    ኣየ ተጋሩ ዘይትገድፉና ሽምናን ሽም ባዕልና ኣይተልዕሉና ፡ህዝቢ ኤርትራ ከማኩም ኣይኮነን ገጽኩም ትርሓቅ እንታዩ ከ ተዛራቢ ትግርኛ ኢልካ ከ ኤርትራ 9 ብሄር ደለዋ ክብርቲ ሃገር ያ ኣይተልዑልና ፡ጉዳይ ዉሽጥኩም ግበሩ ምሳኩም ጠላማት ዝኮነ ነገር ዝግበር የለን ህዝቢ ኤርትራ ፎእ ኢልኩም ዩ፡ መድህን ጸፋሕ እግራ ክኣ ኣደብ ግበሪ ምንባር ሂወትኪ ከየብቅዕ ኢድኪ ኣልዕሊ ካብ ህዝቢ ኤርትራ

    • @DawitTekle-vq6bz
      @DawitTekle-vq6bz 6 หลายเดือนก่อน

      መድሕን ጉቡኣ ትፍጽምላ። ሰረቅቲ ረሳሕ መንዲል ፤ሰረቅቲ ማንካ :: እኽኽ🤑

    • @meharistifanos2407
      @meharistifanos2407 6 หลายเดือนก่อน +1

      @@DawitTekle-vq6bz ኣታ ፉንፉን ዓልየት ቆማል ነዴካ ሓግዝ ኩዕንቲ ትልምን ኣላ፡ስርቂን ዓመጽን ምቅታልን ድኣ ናትኩም ባህልኩም ዶ ኣይኮነን፡ ለማኒ

    • @HabtomGoitom-b1u
      @HabtomGoitom-b1u 6 หลายเดือนก่อน

      ​@@DawitTekle-vq6bz ata Fara wahide bzebia Eritrea ayitzaribe

  • @adamhanibal3935
    @adamhanibal3935 6 หลายเดือนก่อน +1

    ፍርሓት ኣምላኽ ዶ በልካ ንኽንደይ ዘመን ርኹስ ኣምሓርኛ ምሂርኩም መንነቶም ኽሒዶም ክሳቀዩ ዝገበርኩም ርጉማት ጠላማት ጨነውቲ ለመንቲ መምህራን ርኹስ ኣምሓርኛ

  • @mikialenguse3832
    @mikialenguse3832 6 หลายเดือนก่อน +2

    መድህን ገብረስላሴ ኣብየት ግርማ
    ኣዴታትና መስላ ቀሪባ ኣብ ቅድሚ ኣባ ሰላማ
    ኣየ"ወ ከጸቢቐላ ሪኢኻ ዘይትምኖ
    እዚ ክዳን ኢዚስ ኩሉ ግዜ ተትኽደኖ

  • @esaiasberhane6756
    @esaiasberhane6756 6 หลายเดือนก่อน +3

    Thank you our sister, the right dress in the right time.

  • @nakfa5403
    @nakfa5403 6 หลายเดือนก่อน +5

    ኣሪትራ ናይ ትግርና ዓዲ ጥራሕ አይኮኑትን።

  • @adamhanibal3935
    @adamhanibal3935 6 หลายเดือนก่อน +1

    ኣቱም ተጋሩ ኣብ ሓራ መሬት ትግራይ ርኹስ ኣምሓርኛ ዝዛረቡ ብእዋኑ መልሓሶም ክሳዶም ቑረጽዎም

  • @adamhanibal3935
    @adamhanibal3935 6 หลายเดือนก่อน +1

    ጳጳስ ሰረቀብርሃን ንምንታይ ርኹስ ኣምሓርኛ ዳሓወሱ ይዛረቡ መርገም ድዩ ጽሕፍቶ ጥረስጋ ለይቲ ለይቲ ክትበልዑ መንፈስኩም ሼጥኩም ምስ ኣስመራን ኣኣበባን ዘለው ጠላማት ትሰርሑ ኢስጦጵያ

    • @hiwotkidanu7662
      @hiwotkidanu7662 6 หลายเดือนก่อน

      እቲ ቋንቋ ፅሩይ ገይርካ ምዝራብ ግርም እዩ እንተኮነ ግን ክብሪ ዘለዎም ኣቦና ንህዝቦም ዝቃለሱ ብዙሕ ዋጋ ዝክፈሉ ክቡር ወላዲና ከምዙይ ገይርካ ምዝላፍ አግባብ ኣይኮነን እግዚአብሔር ልቢ ይሃበና።

  • @GwahdSahlu
    @GwahdSahlu 6 หลายเดือนก่อน +2

    የቅንየልና መድህን ንኣቦና ኣባ ሰላማ ኣቅርብኪ ኣስተምህርኦን ምክሮምን ሰለ ዘስሙዑና ከምስግኒኪ ይፈቱ ኢለ
    ፍጣሪ ድማ ንኣቦና ዕድመን ጥዒናን ያሃብልና

  • @Askalutesfaslasie3
    @Askalutesfaslasie3 6 หลายเดือนก่อน +30

    እዛ ህዝቢ ምስ ህዝቢ ትብል ቋንቋ መለስኩም ዘይትርስዕዋ? ህዝቢ ብዘይ መራሒ ክስጉም ርኢኹም ትፈልጡ? ኣዋንጣ መለስ ቀደም ኣይሰርሐትን ሕጂ'ውን ብላሽ እያ

    • @solomonberhane3096
      @solomonberhane3096 6 หลายเดือนก่อน +3

      Tegaru ተለቢሙለይ ኢሎም ዝጻወትዋ ናይ ምድንጋር ጻወታ እያ።
      ናተይ ህቶ sorry to say ንዚ ወረበላ ቀሺ ቅዶሚ ኩናት አብ መንጎ ኩናት እንታይ ይብል ኔሩ ስለ ዝፈልጦ ተዓማኒነት ዘለዎ ሰብ ኣይኮነን።
      ካብ ቄሺ ካድሬ ተባሒሉ እንተ ዝጽዋዕ ጽቡቅ ምኮነ።
      ሕጂ ድማ ድህሪ ኩናት ካብታ ህዝቢ ንህዝቢ ትብል ምድንጋር ፖከቲካ አይወጸን።
      ኩሉ ገዲፈ ከምቲ አብላእሊ ዝበልኩዎ ናተይ ህቶ መን እዩ ጹሩይ ትግሪኛ ዝዛረቦ ?
      እዚ ቀሺ በሓሊ ጽቡቅ ትግሪኛ ክዛረብ ዝጽበዮ ኔሩ ግን ዝገደደ ኮይኑ ረኪብካዮ
      መን አይተመሓርካን ከይብሎ እዩ ንቲ ኢንግሊሽ እንዳ ወሰከ ዝዛረብ ?

    • @sheba-291
      @sheba-291 6 หลายเดือนก่อน +1

      @@solomonberhane3096 ኣነ እኮ ኣይተ ሰራቂ ብርሃን ወይ ኣቡነ ከላማ ኢለ’የ ዝጽውዖ፤ከምቲ ናይ ገብረሰይጣን ደስታ ክንሱ(ገብረኪዳን ደስታ)ዝብሃል መርዚ ይነዝሕ እምበር ምስንባቱ ኣይተርፎንዩ‼️

  • @desebelkahsay2480
    @desebelkahsay2480 6 หลายเดือนก่อน +23

    ብዛዕባ ኤርትራ ጥራሕ ሕማቕ ክትዘረቢ !መልሓስኪ ክትክንሽቢ ኢኪ

    • @ኤሪሓዊጸጋ
      @ኤሪሓዊጸጋ 6 หลายเดือนก่อน +2

      ዘገርም ዩ እዛ ጋል ጆኖሳይ ጆነሳይድ ንሰላም ዘይ ኮነ ካልእ ክርዳድ እናዘሬኤት ትኸይድ ጋል

    • @nomoredictator7172
      @nomoredictator7172 6 หลายเดือนก่อน

      እንታይ ማለትካ እዩ ጆኖሳይድ አይተፈጽመን ማለትካ ድዩ ? እዚ ኣብ ልዕሊ ህዝብና ብስርዓት ህግድፍ ዝተፈጸመ ገበን እታ ሃገርኩም ተሸይጣ ከማን አይክልን እዩ

    • @selamyoutube
      @selamyoutube 6 หลายเดือนก่อน

      ​@@nomoredictator7172 entay tbl wedey, genocide mengstka yu feximulka nebskum aytetallu. Genocide dtefexeme ab llena yu 98-2000 Gena tkeflwo waga bhiji yu

  • @WediEndayGobez4222
    @WediEndayGobez4222 6 หลายเดือนก่อน +1

    መድህን ሓፍተይ ሲ , ለባም ረኣይዎ አሞ ኣለባብስኣ, ምስ ኩቡር ኣቀራርባ ሕቶታታ, ንስክስ አንቃአ ሓፍተይ ኮንኪ, ኣቦና ስለቲ ክቡር ሓሳባትኩም ንኣምላኽ የመስግኖ.

  • @ZekariasZeke-yn9ul
    @ZekariasZeke-yn9ul 6 หลายเดือนก่อน +1

    ሰላም ሰላም ክቡራን

  • @adamhanibal3935
    @adamhanibal3935 6 หลายเดือนก่อน +1

    ቐሺ ኺዳኑ ዝብኢ ዝቅየር ቒቒቒ
    ሓሳኽ ጨናዊ ጳጳስ ማትያስ ኣብ ፊንፊነ

  • @ziontsehaye934
    @ziontsehaye934 6 หลายเดือนก่อน +1

    Great abo ❤❤❤

  • @Abraham-yg6xj
    @Abraham-yg6xj 6 หลายเดือนก่อน

    ሰላም ብራኸ ሽው ጽቡቅ መደብ እዩ ተቅርብዮ ዘለኺ ግን ሕቶ ተንውሒ ኮንኪ ካልኣይ ኣብ መንጎ ኣይተቁረጺ ብዙሕ ግዝየ እየ ኣስተባሂለኪ ናይ ሎሚ እካ ዳሓን እኺ ብዝኮነ ኣጀኺ በርትዒ ዝሓፍተይ

  • @weinikeleta3461
    @weinikeleta3461 6 หลายเดือนก่อน +1

    Nay behaki Abona Egziabeher Amlak edmen tienen Yehabekum 🙏🙏🙏🙏❤️✝️✝️✝️

  • @AlayTesfaldet
    @AlayTesfaldet 3 หลายเดือนก่อน

    ንስኹምውን ትሕቲ ፈጣሪ ኣቦኢኹም ንህዝብኹም ከይጉዳእ ንዝመርሕብግልፂ ውረድ በሉብኣዋጅ

  • @Askalutesfaslasie3
    @Askalutesfaslasie3 6 หลายเดือนก่อน +28

    ዘይትምሕሩና? ዓድኹም ኢትዮጵያኹም ዘይትሕዙ?

    • @ትህነግውስጤነውደብሪፀይወ
      @ትህነግውስጤነውደብሪፀይወ 6 หลายเดือนก่อน

      ማለት🤔

    • @mebrattesfay5436
      @mebrattesfay5436 6 หลายเดือนก่อน +1

      🇪🇷❤️🦁

    • @esaiasberhane6756
      @esaiasberhane6756 6 หลายเดือนก่อน

      Seddi !!

    • @robelaraya7139
      @robelaraya7139 6 หลายเดือนก่อน

      Men deyu delikum..tigray nemeitaw kedey mekera aykonen deyu halifkum teatu 😂...tumuyat sedetegnatat... tekielkum ashihat sedetegnatatkum wesedulna komal resahat ...

    • @goitomabebe1872
      @goitomabebe1872 6 หลายเดือนก่อน

      ኢትዮጵያዊነት እንተሒዝና እማ ኤርትራ ኣይክትህሉን እያ ::

  • @mebrhatueyob9169
    @mebrhatueyob9169 6 หลายเดือนก่อน +10

    ገበነኛ ኢኻ እዳበልካ ሰላም የለን ፍቅሪ እንተደሊኻ ገዳዲፍካ ነገር ደሊኻ ገፋጊፍካ ይባሃል ሰላም ብቃልን ግብርን ሓደ ይኹን

  • @YemanGrmay
    @YemanGrmay 6 หลายเดือนก่อน +1

    ክብሪ ይሃበልና አቦና ዝደብረዘረባ የብሉን

  • @asmelashtesfay5931
    @asmelashtesfay5931 6 หลายเดือนก่อน +1

    መድሂን ወርቂ ሃይማኖታውን መንነታውን አከዳድና ጌርኪ ምቕራብኪ ክብሪ ይግባአኪ ቀፅልዮ ብፍላይ ናይ ሃይማኖት አቦታታ አጋይሽ ጌርኪ አብ ታሓትሉ ግዘ

  • @mebrhatueyob9169
    @mebrhatueyob9169 6 หลายเดือนก่อน +12

    ፖሎቲካን ሃማኖትን እንታይ ማለት ኢዩ ፖሎቲከኛታት ዘይትገድፍዎ ሕጂ መን ይቀትልን ይዝርፍን ኣሎ?

    • @Brave-Is_Mine1
      @Brave-Is_Mine1 6 หลายเดือนก่อน +3

      ሓመድ ብላዕ!!!
      ስለቕትለት:ዓመጽ:ስርቂ:ሽፍትነት:ጉሕለት:ጾታዊ ዓመጽ:ኩነኔ ለያቡን ውዱቓትን መራሕቲ ስለዝተዛረቡስ ፖለቲካ ኣይትዛረቡ ክትብል ኣይትሓፍርን🤔???!!!What exactly are you expecting from a religious leaders??

    • @ZemadEkud
      @ZemadEkud 6 หลายเดือนก่อน +2

      Tigraway Zerafin qetalin tegaru iyu !

  • @peace-x9s
    @peace-x9s 6 หลายเดือนก่อน +13

    አቦና ከምታ ዝበልኹማ አብ ቅድስቲ ከተማ አክሱም ካብ ኹሉ ሕማቅ ክትጸሪ አሎዋ አሜን፣

  • @freweyinimelake5309
    @freweyinimelake5309 6 หลายเดือนก่อน +9

    ዋና ፈገር ካድር ፖሎቲካኛ ጉልባብ ቀሺ ዝገበረ፧አብ ኤርትራ ቀሺ አብ ቤተክርስትያን ጥራይ እዪ ስርሑ።

  • @adamhanibal3935
    @adamhanibal3935 6 หลายเดือนก่อน +1

    ትግራይ ርኹስ ኣምሓርኛ ምዝራብ ተተቋርጽዎ ኸዳዕ ጠላም ኢሳያስ ኣፍወርቂ ን ሓሳኽ ጨናዊ ጳጳስ ማትያስን ምጻሕጽሑ !

  • @zafukebede2879
    @zafukebede2879 6 หลายเดือนก่อน +1

    አባና ጅግና

  • @geralegas47
    @geralegas47 6 หลายเดือนก่อน

    እዚ ብራኸ ሸው ሰላምታ ይብጽሐኩም መደብኩም ጽቡቅ እዩ ካብ መራሕቲ ሃይማኖትን ምሁራትን ኣርቲስትን እንዳቅረብኩም ትገብርዎ እንተርቪው ኣነ ኩሉ ግዜ ዝብሎ እንስኹም ሜዳ እኹም ተደሊኹም ንሰብ ተባእሱ ተደሊኽሞ ትዐርቁ ስለዚ እቲ ሰብ እተቅርብዎ ኩሉ ግዜ ንኽልቲኡ ህዝቢ ኒኤርትራን ትግራይን ኣብ ዕርቂ ዘምጽእ ብዝያዳ ህዝቢ ምስ ህዝቢ እንተተኻኢሉ መንግስቲ ምስ መንግስቲ ስጋብ ማዐስ እዩ ሻዕብያ ወያነ እንዳተባሃለ ክንበር ኣብ ሰላም ብዙሕ ክትገብር ትኽእል ስለዚ ያኣክል ጥፋኣት እሞ ንሰላም ስርሑ ከሙውን ምስ ዐፋር ኣምሐራ ጎረባብትቲ ስለዝኾና ፍልልያትካ ኣጽቢብካ ምንባር ዝበለጸ እዩ።

  • @denaytgoytom6294
    @denaytgoytom6294 6 หลายเดือนก่อน +3

    Yekenyelna / thanks 🙏🙏 Abona 💚💚

  • @GoitomShimendi-c3l
    @GoitomShimendi-c3l 6 หลายเดือนก่อน +8

    አንቱም ተጋሩ ሃይማኖት የብልኩምን ሃይማኖትኩም ካአ ገንዘብ ኢዮ ሰረቅቲ

    • @DawitTekle-vq6bz
      @DawitTekle-vq6bz 6 หลายเดือนก่อน

      Are are you serious? !! ኣንቱም ሰረቅቲ ረሳሕ መንዲል ፤ሰረቅቲ ማንካ።

  • @adamhanibal3935
    @adamhanibal3935 6 หลายเดือนก่อน +1

    ሓሰውትን ሰረቅትን ጠንቖልትን ሰብደምን ጠላማት ተጋሩ ሽዋ ሃዲሞም ዝመሃዝዎ ምስጢራዊ ቋንቋ ኣምሓርኛ ምሂዞም ብተዋህዶን መሳፍንትን ጸዲቁሎም 4።
    ጋላ ባርያ ኢሎም ዝጻረፉ ተዋህዶ ኣዲሰበባ ቒቒቒ
    ክንደይ ሚልዮን ህዝቢ ርኹስ ኣምሓርኛ ምሂሮም መንነቶም ኽሒዶም ክሳቀዩ ጌርኩሞም ይዓውይ !

  • @Abraham-zy7df
    @Abraham-zy7df 6 หลายเดือนก่อน +4

    He is an activist. Period!

    • @tigrayadey2771
      @tigrayadey2771 6 หลายเดือนก่อน

      So what?

    • @alganeshkelati9124
      @alganeshkelati9124 6 หลายเดือนก่อน

      ​@@tigrayadey2771donkoro eka

    • @trustingod2549
      @trustingod2549 6 หลายเดือนก่อน

      No. He is a priest who lived outside of Ethiopia an saw how ppl live in democracy, peace anf development. He isnt afraid to speak his mind

    • @esaiasberhane6756
      @esaiasberhane6756 6 หลายเดือนก่อน

      Activist for peace ? yes.