gere emun part 30 ገሬ እሙን ክፋል 30

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 14 ธ.ค. 2019
  • ፈተውትን አድነቕትን ገሬ እሙን youtube channel subscribe ብምግባር አተባብዑና
    Gere emun part 29👉 • gere emun part 29 ገሬ እ...
    Gere emun part 28👉 • gere emun part 28 ገሬ እ...
    Gere emun part 27👉 • Gere emun Part 27 ገሬ እ...
    Gere emun part 26👉 • gere emun Part 26
    Gere emun part 25👉 • Gere Emun Part 25
    Gere emun part 24👉 • gere emun part 24
    gere emun part 23👉 • gere emun Part 23
    Gere emun part 22👉 • Gere Emun Part 22
    Gere emun part 21👉 • gere emun part 21
    Gere emun part 20👉 • gere emun part 20
    Gere emun part 19👉 • Gere emun Part 19
    Gere emun part 18👉 • Gere emun part 18
    Gere emun part 17👉 • Gere emun Part 17
    Gere emun part 16👉 • Gere emun part 16
    Gere emun part 15👉 • gere emun part 15
    Gere emun part 14👉 • Gere emun part 14
    Gere emun part 13👉 • Gere emun part 13
  • ตลก

ความคิดเห็น • 927

  • @jesuschristusmachtmichgluc910
    @jesuschristusmachtmichgluc910 4 ปีที่แล้ว +617

    ኣብ ሸሞንተ ዓመት ምስታ ዝፈታዋ ብርሃን ገዛና ኣደይ ትማሊ ብሰላም ኣብ ከተማ ሽረ ተራኺበ ፡ ዝተረፍኩም ምስ ትፈትዉዎም ስድራኹም የራኽብኩም ብሩኽ ናይ ዕረፍቲ ግዜ።

    • @mlat9280
      @mlat9280 4 ปีที่แล้ว +2

      unbekannt unbekannte Menschen ኣሜንንንንንን

    • @SalamahSameraSikpipi
      @SalamahSameraSikpipi 4 ปีที่แล้ว +1

      Amen Amen Amen

    • @user-ec5zs3sf5o
      @user-ec5zs3sf5o 4 ปีที่แล้ว +1

      አሜን አሜንአሜን

    • @user-pj9ee9vm1r
      @user-pj9ee9vm1r 4 ปีที่แล้ว +1

      አሜን አሜን አሜን

    • @selamselam1592
      @selamselam1592 4 ปีที่แล้ว +1

      ኣሜንኣሜንኣሜን

  • @user-ku5fp8tj1l
    @user-ku5fp8tj1l 4 ปีที่แล้ว +439

    ሰላምን ፍቅርን ን ህዝቢ ትግራይን + ኤርትራን ። ነዛ ኮመንት ተንብባ ዘለካ ኣብ ሂወትካ ዕድመን ጥዕናን ኣሳልጦን ፈጣሪ ይሃብካ ።

  • @zenebugebrekidan
    @zenebugebrekidan 4 ปีที่แล้ว +204

    #ካብ ወፂእካ ምቅራይ
    ካብ ዘይተሓሰበ ሓደጋ፣ሕማም
    #ፃዲቁ አቦና አቦና አቡነ ገብረ መንፈስ ቅዱስ ይሓልዉና አሕዋተይ ብሩክ ሰምበት💗💗💗

    • @lamlamlamlam3792
      @lamlamlamlam3792 4 ปีที่แล้ว +1

      Amen Amen Amen marey

    • @mlat9280
      @mlat9280 4 ปีที่แล้ว +2

      ቤቲ ሃይላይ ኣሜንንንን

    • @fnankaleab7051
      @fnankaleab7051 4 ปีที่แล้ว +1

      ኣሜን !

    • @user-nu7sh7mt6s
      @user-nu7sh7mt6s 4 ปีที่แล้ว +1

      @@fnankaleab7051 አሜን አሜን አሜን

    • @user-zm9vk4oo9b
      @user-zm9vk4oo9b 4 ปีที่แล้ว +1

      ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝያዳይ ካብ ኩፉእ ዘበለ ነገር ይሰውረና ኣሜን(3)

  • @user-xk6gj5kl9p
    @user-xk6gj5kl9p 4 ปีที่แล้ว +263

    ከይርኢ ዓይኒ ዘይብሉ ከይስምዕ እዝኒ ዘይብሉ ስለ ዘሎ ነዛ ድራማ እዚኣ ትሪኡን ትሰምዑን ዘለኹም ኣብዘዘለናዮ ተመስገን ንበል

    • @gaewanegasi2385
      @gaewanegasi2385 4 ปีที่แล้ว +1

      AMEN🙏AMEN🙏AMEN🙏

    • @jyothiet2807
      @jyothiet2807 4 ปีที่แล้ว +2

      ኣሜንኣሜንኣሜን ተመሰገን ተመሰገን

    • @user-qi3om1vs7o
      @user-qi3om1vs7o 4 ปีที่แล้ว +1

      Amen amen amen

    • @lppl1430
      @lppl1430 4 ปีที่แล้ว +1

      አሜን አሜን አሜን

    • @user-qt2jm3ys9h
      @user-qt2jm3ys9h 4 ปีที่แล้ว +1

      ኣሜን

  • @user-ff9dz3sh8c
    @user-ff9dz3sh8c 4 ปีที่แล้ว +60

    *ክክክክክ ኣያ ዘርኣብሩኽ መሕጎል ገጽ ክልእ ከብለኪ ከለኩስ የብለይን ዝብል ዕርቡን ይከፍለኒ ኣለኩ ማለት ኢዩ ቅቅቅ ብሩኽ ሰንበት ሰኪ ኩሉኩም ኣመንቲ ክርስትና*

  • @user-ih5gn5hq3m
    @user-ih5gn5hq3m 4 ปีที่แล้ว +146

    አቦና አባ ጋብር ፃዲቁ በቢ ለለናዮ ይሓልወና
    ሓሳብ ልብና ያስሙርልና
    እስክ አሜን በሉ

    • @temesgenamlakey4936
      @temesgenamlakey4936 4 ปีที่แล้ว

      አሜን አሜን አሜን ምቅርተይ

    • @user-ih5gn5hq3m
      @user-ih5gn5hq3m 4 ปีที่แล้ว

      @@temesgenamlakey4936
      አሜን መዓረየ

    • @lamlamlamlam3792
      @lamlamlamlam3792 4 ปีที่แล้ว

      Amen Amen Amen

    • @user-ih5gn5hq3m
      @user-ih5gn5hq3m 4 ปีที่แล้ว

      @@lamlamlamlam3792
      አሜን ዝሓፍተይ

    • @mlat9280
      @mlat9280 4 ปีที่แล้ว

      ሰላማዊት ካሕሳይ ኢትዮጲያዊት ኣሜንንንንን

  • @lemlemlemlem5141
    @lemlemlemlem5141 4 ปีที่แล้ว +20

    ያ ጎይታ ብሩክ ምሸት ቅዱስ ምሸት አምሽየና አማሽያና አመልክዐልና ፅቡቅ አስመዐና አሜን፫

  • @kemlbeylbey715
    @kemlbeylbey715 4 ปีที่แล้ว +33

    ኣነ እኳ ናይ ኢትዮጵያ ፊልም ብዙሕ ኣይከታተልን'የ
    ገሬ እሙን ግን ኣዝያ ስሒባትኒ ፈቴያ
    ንመን ኣድኒቐ ንመን እሞ ክገድፍ
    ብጣዕሚ ደስ ዝብል ስራሕ
    ብቑዕ ስራሕ ብቑዓት ተዋሳእቲ ብቑዓት ደረስቲ ኣለይቲ ቀጽልዎ ጥራይ ብሩኽ ሰምበት ክኣ።

    • @user-hc1vc7fv9i
      @user-hc1vc7fv9i 4 ปีที่แล้ว

      ንምንታይ ወዲ ኤሪ

    • @kemlbeylbey715
      @kemlbeylbey715 4 ปีที่แล้ว +2

      @@user-hc1vc7fv9i ብኽፋእ እኳ ኣይኮንኩን ግን እንድዒ መብዛሕትኡ ግዜ ናይ ሃገረይ እየ ዝከታተል።

  • @daniabraha9229
    @daniabraha9229 4 ปีที่แล้ว +41

    አያየ ጆኮር ግረም መታዓረቂ ብስም ጆኮር Like

  • @user-sw5cr8ul6r
    @user-sw5cr8ul6r 4 ปีที่แล้ว +52

    Welcom ጥዑማት ደሃይ ገጽ ቤቲ እተሪአ ተፈሲሀ የ ዝውዕል

    • @alishaalisha6141
      @alishaalisha6141 4 ปีที่แล้ว

      🤣🤣🤣 EMO HAYE BEL SHMAGLE LEAK

    • @user-sw5cr8ul6r
      @user-sw5cr8ul6r 4 ปีที่แล้ว

      @@alishaalisha6141 😂😂😂 ነቦይ ጄኬር ክሰዶም የ

    • @fasikafasika1729
      @fasikafasika1729 4 ปีที่แล้ว

      @@user-sw5cr8ul6r ኣቦይ ጆኬር ዲኣ ክብትኑልካ እምበር
      ተካል ወዲሹቕ እንድዩ ። ኣያ ዘርኣብሩኽ ይሕሹኻ።
      በል እንተሰሊጡስ ዓድሙና ኢኹም
      ባውቶቡስ ሰታዮ ገይረ ክመጽእ ኢየ።
      ካብ ኣስመራ።

    • @fkrimisamlak6256
      @fkrimisamlak6256 4 ปีที่แล้ว

      sami sami kikikiiiki

  • @lovetgray8218
    @lovetgray8218 4 ปีที่แล้ว +206

    Comment ክቃዳደም ተሴረ ኔረ like ሃቢኒ ቃዕ ኣይተሰበርኪ ኢልኩም ሓባይብ ፈተውቲ ኣያዘር ኣብሩኽን ገሬ ኡሙንን ። ሰናይ ሰንበት ካኣ

    • @user-ff9dz3sh8c
      @user-ff9dz3sh8c 4 ปีที่แล้ว +2

      ሄለን love tgray ጦምባር ዓይንኪ ርእኪ ዘይትከዲ

    • @samrawit7393
      @samrawit7393 4 ปีที่แล้ว +1

      💖💖💖

    • @liligualtigray1116
      @liligualtigray1116 4 ปีที่แล้ว +1

      ኣነ ዉን ክቀዳደምስ ነረ ግን ኮመንት በይን ከም ዝፀሓፍ ኣይፈልጦን

    • @user-yn9ge4ed8n
      @user-yn9ge4ed8n 4 ปีที่แล้ว +3

      ክቡራት ተከተተልቲ ገሬ እሙን ኣብ ለለ ኢንተርመንት ኣቲና ንመጻወድያ ሰራሕቲ እውን ነበረታተዐዮም ኣወናዊት ድራማ ኣብ ትግራይ ዘሎ ኩነታት ትገልጽ ፅብቅቲ ድራማ እያ በጃኹም ሞራል ንሃቦም ብፍላይ ተጋሩ ኣብ ዘይኮውን ኣይንውዓል

    • @samrawit7393
      @samrawit7393 4 ปีที่แล้ว +2

      @@user-yn9ge4ed8n ን መ/ር ሙሉ እዉን ዝያዳይ በጃኩም

  • @rozate2135
    @rozate2135 4 ปีที่แล้ว +35

    ኣሰይይይይይይይይ ለምዓቲ ደም ለምለም ዓይነይ እና ኣያ ዘብረኣብርክ መተዓረቅቲ እዮም እስቲ like like ንቤትን ንገሬ እሙን ፈተውቲ like habuley

  • @galtigray4809
    @galtigray4809 4 ปีที่แล้ว +49

    እስኪ በገሬ እሙን ፍቅርኛ ሺም like ገበሩለይ ተጋሩ ሽኮር ስናይ ሰንበት ካዓ ይገበረልና

  • @user-cs1ig5lz6i
    @user-cs1ig5lz6i 4 ปีที่แล้ว +14

    ገሬ ን ቤቲን ታዓሪቆም ዕልልልልልልል

  • @efi889
    @efi889 4 ปีที่แล้ว +23

    ብዘይ ብኣኹም ኣይውጋሕ ኣይምሰ እንግድዓና ሃልውልና ድኣ ጽቡቃት♥

  • @dahlak3739
    @dahlak3739 4 ปีที่แล้ว +74

    ጽሩይ ሓንጎሉ ከም መለስ ዜናዊ ነብሱ ይምሓሮ ወላ ኤርትራዊ ይኩን ኢንበር ሕቡን ብ ህዝቢ ትግርኛ የ መለስ ኣቦናን መራሒናን ዩ ዓወት ንህዝቢ ትግርኛ ኣይንሕመቅ ንደጋገፍ ዝሓለፈ ይኣኽለና ናብ ጥንታዊ ስልጣኔና ንመለስ ኣጆና

    • @yonasaman8402
      @yonasaman8402 4 ปีที่แล้ว +3

      Lokmax nska neritrawi sytwkln eka

    • @tsegaighebremedhin5536
      @tsegaighebremedhin5536 4 ปีที่แล้ว +4

      ድሩዝ ዋሒድ፣ ን ኢሰያስ ኣይፈትዎን እየ ዘይኣኽለካ። ኣሽሓት ጀጋኑ ኤርትራውያን ከለውኻስ ሰጊርካ ትኸይድ። ድርባይ፣ ንስኻስ ኢሰያስ ምስ ከደ ከማን ኣይትመለስ፣ ቆምሽጢ ዋሒድ። ሓትነኻ ልዕሊ ኣዴኻ እንተ ሓሚማትልካ ከኣ ክንርኢ ኢና።

    • @yonasaman8402
      @yonasaman8402 4 ปีที่แล้ว +3

      @@tsegaighebremedhin5536 nay bhaki xbuk zereba bro kndey jeganu kelewu sie nab gorobit ykeyd

    • @redaeastbeha5034
      @redaeastbeha5034 4 ปีที่แล้ว

      @@tsegaighebremedhin5536 mitri

    • @dahlak3739
      @dahlak3739 4 ปีที่แล้ว +4

      ኣንቱም የሕዋት ታይ ኮይንኩም ትጻረፉ ኣለኩም፡እስከ ምኽሩኹም ክሰምዕ ኣብ ምርዳእ ኢና ተሰሓሒትና ዘለና እስከ ብልዙብ ከምዚ ከመዚ ዩ ዝብለኒ

  • @Deju-tso1
    @Deju-tso1 4 ปีที่แล้ว +59

    🙏Bruk ❤senbet egberelna brukatey Like habuni ske kteima delye aleku love u guys from 🇪🇷🇪🇷

    • @GoodmorningEritrea33
      @GoodmorningEritrea33 4 ปีที่แล้ว

      ምንባር ዕላማ ናይ ሓባር th-cam.com/video/eSJcGgEXYr0/w-d-xo.html ሰብኡት ❤️🙏👍

  • @user-ck1pz7rw5c
    @user-ck1pz7rw5c 4 ปีที่แล้ว +10

    እንካዕ ድሓን መፃእኩም እንዳ ጌሬ እሙን ብሩክ ስንበት ዓባይ ይግበረልና ኣቡነ ገብረመንፈስ ቅዱስ ካብ ክፍእ ዘበለ ይሓልወና ብሩካተይ❤

  • @user-zy7po9qd5m
    @user-zy7po9qd5m 4 ปีที่แล้ว +19

    ዌልካም ብሃንቀውታ የ ክጽበ ቀንየ
    መንፈስ ቅዱስ ዝዓሰሎ ሰንበት ይግበረልና ኣምየን

  • @user-ec9zx4ob9r
    @user-ec9zx4ob9r 4 ปีที่แล้ว +8

    ከማዓላትኩም
    ተጋሩ እንካዕ ዳሓን መፀእኹም ናይ ብሓቂ ብጣዕሚ ደስ ባሃሊት ዋዛ ምስ ቅም ነገር ሶ ሰሰናዩ ናዓኹም ንመላእ ህዝበ ክርስትያን ኣምላኽ ሰላም የብዘሐልና ።

  • @imissmama3978
    @imissmama3978 4 ปีที่แล้ว +33

    ክክክክ ዕርቂ ኣያ ጆኬር ዘስሓቖ መን,ሎ ?

  • @tesfudrar7235
    @tesfudrar7235 4 ปีที่แล้ว +14

    ኣያ ጆኮር ሰሓቅ ወዲእኩምኒ
    ኣታ ።።።።።
    ኣቲ ።።።።።
    ኣታ ።።።።
    ኣቲ ።።።።።።

  • @user-cf3wi6ks1f
    @user-cf3wi6ks1f 4 ปีที่แล้ว +45

    ብሩክ ቀዳመ ሰንበት ይግበረልና ብሩካት ብ ሽም ገሬ ኣግርጭው ኣቡሉለይ ሓውኩም ወዲ ኤሪ

  • @rahbotkone7498
    @rahbotkone7498 4 ปีที่แล้ว +15

    Zerabruk ayney ❤️❣️❤️🇪🇷🇪🇷

  • @user-xb1lq2gd3u
    @user-xb1lq2gd3u 4 ปีที่แล้ว +26

    💞አብ ዓመተይ ምስ ጓለይ ቪድዮ ኮል ተራኺብና ብጣዕሚ ደስ ይሉኒ ንኹም እዉን ደስ ይበልኩም❤❤

  • @solisesa6804
    @solisesa6804 4 ปีที่แล้ว +22

    *ኣቲ 😀ኣታ ኣላ ጆኮረይ መቅሰን💓*
    *ዘብራኣብሩኽ ዓይነይ ጠፋሕፋሕ🤓 ሶ እንካዕ ብሰላም መጻኩምለይ ደቂ ዓደይ መዓረይ ማራ'የ ዝፈትወኩምን ዘፍቅረኩምን ሰላምን ጥዕናን ይምነየልኩም ኣኣብ ዘለኩምዎን/ ዘለናዮን🇪🇹🇪🇷💓🙏*
    *ከመይ ኣለኻ ኣቦይ ኣብርሃ ኣረጋዊ*
    *ጽሩይ ሓንጎሉ ከም መለስ😢ዜናዊ💘::*
    *ሓዉ ንለምለም ኣረጋዊ*
    *ሓፍቱ ንኣብርሀት ኣረጋዊ*
    *Lol😀ናተይ ከኣ **#ንባቤ** ዝገጠምኩሉ'ያ ጌሬ ዓይነይ💓*

  • @theblueschelsea8921
    @theblueschelsea8921 4 ปีที่แล้ว +41

    አንዳ ጌረ እሙን ሰናይ ሰንበት ይግበረልና አግዝኣቤር ክኣ ንኹሉ መሬት ሓበሻ ይባርኸልና የሕዋተይ ካብ 2020 ይራኣየኒ ኣሎ ኣምላኽ ክኣ ሰናይ ክገብረልና አዩ ሓውኹም አየ from Eritra 🇪🇷

    • @meriethiopian9229
      @meriethiopian9229 4 ปีที่แล้ว +1

      ርሑሰ ሓድሽ ዓመት ይግበረልኩም

    • @theblueschelsea8921
      @theblueschelsea8921 4 ปีที่แล้ว

      @@meriethiopian9229 amen amen shkorina

    • @jghuhghui2623
      @jghuhghui2623 4 ปีที่แล้ว +1

      አሜን አሜን አሜን

    • @MrBrhan
      @MrBrhan 4 ปีที่แล้ว +1

      Amen amen kbur haw

    • @theblueschelsea8921
      @theblueschelsea8921 4 ปีที่แล้ว

      @@MrBrhan thank you so much ma lovley brother 😍

  • @tekihaile4351
    @tekihaile4351 4 ปีที่แล้ว +26

    Wellcom deki Tgray from 🇪🇷👌🙏❤ i like ziegm ( zebrabruk)

  • @user-hn4mi5si3v
    @user-hn4mi5si3v 4 ปีที่แล้ว +13

    ብሩኽ ሰንበት ይግበረልና ይሕዋተይ ገረ እሙን ዝፈቱ ምሉእ ይጠልገኒ

  • @user-uc9nx8jl8e
    @user-uc9nx8jl8e 4 ปีที่แล้ว +11

    ሃይ ሃይ ሙቁራተይ እንኳዕ ብዳሓን መጻእኩም ፍትዋተይ ከምንፍቅ አበቢሎኩም ቀንየ ማረተይ so I Love you ትግ /ኤር

  • @amanuelberhane7006
    @amanuelberhane7006 4 ปีที่แล้ว +6

    Wel come tegaru Ahwatna kab 🇪🇷 hawkum Brgex hade bhalna hade haymanotona hade kankna eyu tewasibna ena wn b flay mes akelegeguzay kem u wn searaye bhafesha darga mes kulu hzibi gn hahagerna hzna tkebaberna lekea km beal Germany Austria hade kanka zelewom tehagagezom zmaebelu kemom n kdmet nsegum zahalefe yiakel

  • @kahsayemane4559
    @kahsayemane4559 4 ปีที่แล้ว +45

    ዝተባረኸ ሰንበት ይኹነልና ደቂ ትግራይ ትግርኚ፡ ዘብራኣብሩኽ ዓይነይ ዝፎቲ 👍

  • @jemilakemal7109
    @jemilakemal7109 4 ปีที่แล้ว +44

    እስኪ ንጆኬር ዝፈቱ ላይክ ይግጨወኒ ሓባይቢ ቀፅልሉ ናይ ገሬ እሙን ተዋሳቲ ፍትውትው

    • @GoodmorningEritrea33
      @GoodmorningEritrea33 4 ปีที่แล้ว

      th-cam.com/video/eSJcGgEXYr0/w-d-xo.html ሰብኡት ❤️🙏👍

  • @user-kp3ok7wh6i
    @user-kp3ok7wh6i 4 ปีที่แล้ว +10

    ከመዓላቱኩም ኩሉ ግዜ ድሕሪቲ እየይ ዝመጽእ

  • @ANYE.MiCHELE
    @ANYE.MiCHELE 4 ปีที่แล้ว +26

    🖤💚ቅዳማይ ከፊተያ ርሑስ ስንበት ይግበረልኩም ፡❤😎 ኣድነቅቲ ዘርኣብሩኽ ላይክ ላይክ & SUBSCRIBE ❤

  • @merigalftsum5855
    @merigalftsum5855 4 ปีที่แล้ว +72

    ኣድነቅቲ ገሬ እሙን ኣበይ ኣለኩም ላይክ ኣጋራጭውለይ ብሩክ ሰንበት ይኩነልኩም ካኣ ተካታተልቲ ገሬ እሙን💛💛💛

    • @user-wh2up2mj9h
      @user-wh2up2mj9h 4 ปีที่แล้ว +1

      Meri Gal ftsum eshimbey meri wenchar 😁

    • @merigalftsum5855
      @merigalftsum5855 4 ปีที่แล้ว

      @@user-wh2up2mj9h ቅቅቅ ሉዋ ዝውደይ

    • @user-fc6io2rt8o
      @user-fc6io2rt8o 4 ปีที่แล้ว

      ሜሪ ዓይነይ

  • @samrawit7393
    @samrawit7393 4 ปีที่แล้ว +16

    ዓደይ ማዓረይ ዝያዳይ♥♥♥♥♥
    💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖
    ❤❤❤❤♥♥♥♥♥♥❤
    💐💐💐💐💐🌺💐🌺🌺🌺🌺

  • @user-fz4rx9ng5h
    @user-fz4rx9ng5h 4 ปีที่แล้ว +12

    ኣቱም ሰንበት ከመይ ተሕልፍዋ ለኹም 🤔🤔🤔🤔🤔😁😁😁😁😁ብሩኽ ሰንበት ያ ጀሚዓ😘😘😘😘❤❤❤❤

  • @kilogram5515
    @kilogram5515 4 ปีที่แล้ว +70

    መርሓባ ክጽበ አርፍደ,, ኣያ ጆከን
    እስቲ like በይዛኻትኩም. ቀዳማይ የ, ሳብስክርራይብ ጌረ 😆

  • @user-wd2fr2ne7t
    @user-wd2fr2ne7t 4 ปีที่แล้ว +12

    ዌል ሙቁራት ብሩከ ሰምበት ይግበረልና ኣሜን

  • @wedibrhinhawihamiye3098
    @wedibrhinhawihamiye3098 4 ปีที่แล้ว +7

    ዉዉዉዉዉ ጹብቅ ፊልማ፡ ሓውኩም፡ ወዲ ኤረ ቡሩክ ቀዳመ ሰንበት ከኣ ይግበረልና

    • @user-hc1vc7fv9i
      @user-hc1vc7fv9i 4 ปีที่แล้ว

      ኣሜን ወዲ ኤሪ ሓላል

  • @JOHNI6369
    @JOHNI6369 4 ปีที่แล้ว +4

    Kkkk betami kef zelewa filim I love it 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 from Eritrea

  • @user-ie4hn4br4c
    @user-ie4hn4br4c 4 ปีที่แล้ว +45

    ዘብርኣብሩክ ናፈቀዮ ቀንየ ።
    ኣታ እዛ ኣከዛስ ድገምዋባ ኣብ ሓደ መዓልቲ ፍሉይ ክእለት እያ ኣርእያትና 😂😘

    • @mahzelnatv5337
      @mahzelnatv5337 4 ปีที่แล้ว

      ናብ ልብና ንመለስ ንዓይ ዶ ድኣ ከይትናፍቒ ነግናግ

    • @user-ie4hn4br4c
      @user-ie4hn4br4c 4 ปีที่แล้ว

      @@mahzelnatv5337 ክክክክክ በዛ ዓይነይ ክትወፅእ ኢልካ በር ተስፊኖ 😂😂😂😂 ኣኞካ

    • @mahzelnatv5337
      @mahzelnatv5337 4 ปีที่แล้ว

      ናብ ልብና ንመለስ ለመጭ

  • @filifili4614
    @filifili4614 4 ปีที่แล้ว +62

    ቀዳመይቲ ኣለኹ ብሩክ ሰንበት ኣሕዋተይ ነዛ ፅሑፍ እተንብቡ ዘለኹም ገብረ መንፈስ ቅድስ ሓሳብ ልብኹም የስምረልኹም

  • @kiflefisahaye8689
    @kiflefisahaye8689 4 ปีที่แล้ว +35

    ሰላም ዝብህግ እስከ like ኣጋራትጭው ኣቢሉ ይሕለፍ ትግርኛና ይዓንብብ ፍቅርና ክስስን ህድእ ርግእ ኢልካ ምሕሳብ ከድልየና ኢዩ።

  • @rigbetube1077
    @rigbetube1077 4 ปีที่แล้ว +6

    ብሩኽ ሰንበት ብሩኻት ተኸታተልቲ ገሬ እሙን

  • @user-lq4fw2qm9s
    @user-lq4fw2qm9s 4 ปีที่แล้ว +9

    ብሩኽ ሰንበት ብሩኻተይ 🙏🙏💗💗

  • @shishiAlexander
    @shishiAlexander 4 ปีที่แล้ว +12

    ርሑስ ቅንያት ሓዲሽ ዓመት ይግበረልና ዓመት ሰላም ን ፍቅርን ራህዋን ትኩነልና ምስ ስድራና ንራከበሉ ፍቅሪ ፍቅሪ ዝነግስሉ ዘምን ይግበረልና እግዛቢሄር ኣምላክና

    • @lilikiros9356
      @lilikiros9356 4 ปีที่แล้ว

      አሜን አሜን አሜን

  • @zufangrmay249
    @zufangrmay249 4 ปีที่แล้ว +11

    ሎሚ ዓንቲ መዓልቲ ሽምግልና እያ ትመስል ክክክክክክክ ብዝኮነ ቀፅልሉ

  • @yonastere9585
    @yonastere9585 4 ปีที่แล้ว +21

    እንኳን በደህና መጣችሁ እውዳችዋለሁ መኪና ልገዛ ነው ፀሎት አድርጉልኝ ውድ ያሬ ልጆች

  • @user-cy9kx9em9h
    @user-cy9kx9em9h 4 ปีที่แล้ว +10

    ወይ መዓልቲ ድሮ ድዩ ሰንብት በፀሕና ዝተባረክ ዝተቅደስ ሰንብት ይግብሪልና ።

  • @user-cg9gw2vf4y
    @user-cg9gw2vf4y 4 ปีที่แล้ว +7

    ክክክክክክ ኡፍፍ ኣታ ሞይተ ኣያ ጆኮር ኣቻ ኣቺ ኣቻ ኣቺ ኣቻ ኣቺ ኣቻ ኣቺ ክክክክ

  • @alihamdulilah6475
    @alihamdulilah6475 4 ปีที่แล้ว +20

    ኣያ ጆከር መታዓራቂ ዓብይ ዓዲ ኣቲ 😉ኣታ😂ደደገኹም ዋዓሉ እሞ ብሓደ ሕዳሩ ጎበዝ ሽማግለ😀😀😀😀😀😀😀😀 መርዓ እባ ኣብልዑና እንዳ ገሬ እሙን

    • @lgq6983
      @lgq6983 4 ปีที่แล้ว

      እሺ 😂😂😂 ንጥሪ 15 ተዓዲምኪ ኣለኪ 💝💝💝

    • @alihamdulilah6475
      @alihamdulilah6475 4 ปีที่แล้ว

      @@lgq6983 ክብረት ይሃበለይ👏🔥🔥🔥🔥

    • @lgq6983
      @lgq6983 4 ปีที่แล้ว +1

      @@alihamdulilah6475 ገንዘበን እምበተዋ

  • @user-jb2bo4jz8t
    @user-jb2bo4jz8t 4 ปีที่แล้ว +10

    እንኻዓ ዳሓን መፃእኩም እንዳ ገሬ ፍቅር እስኪ ላይክ አግርጩው ብስም ገሬ ፋራ ኣብ ዘዝለኩምዎ ሰላምኩም ይብዛሕ ደቂ ዓደይ ማዓረይ💓💓💓

  • @Aki-dj2dj
    @Aki-dj2dj 4 ปีที่แล้ว +2

    Nay bati nay gera ztehagose telo like

  • @NaTe-ep6be
    @NaTe-ep6be 4 ปีที่แล้ว +1

    ቅዱስ ቅዱስ ቅዱስ ቅዱስ ቅዱስ ቅዱስ ቅዱስ ቅዱስ ቅዱስ ቅዱስ ቅዱስ ቅዱስ ቅዱስ ቅዱስ ቅዱስ ቅዱስ ቅዱስ ቅዱስ ቅዱስ ቅዱስ ቅዱስ እግዚኣቢሔር ሥላሴ ናይ ዓለም ኩሉ ፍጥረታት ፈጣሪ ምስገን ስላሴ ይኽበር ይመስገን ብሰማይን ብምድርን ንሓዋሩ ሓዋር ንዘለዓለም ዓለም ኣሜን ኣሜን ኣሜን። ፣፣፣፣
    ናይ ቅድስቲ ስላሴ ወርሓዊ ብዓል እንቋዕ ብሰላም፥ብሓጎስ፥ብደስታ፥ብሓባር ኣብፀሐና/ኣብፀሐኩም ኣሜን ፫። ፣፣፣
    ርህራሄኩ፥ሰላሙ፥በረኸቱ፥ረዲኤቱ፥ቸርነቱ/ሄርነቱ፥ጥዑም ማዓር ፍቅሩ፥ምሕረቱ ኩል ይሕደረና ኣይፈለየና ንሓዋሩ ናይ ፍቅሩ ወንጌል ኣብ ልብና ይንገስ ይንበር ንዘለዓለሙ ኣሜን ኣሜን ኣሜን። ፣፣፣፣፣

  • @user-fj4sw9hi8c
    @user-fj4sw9hi8c 4 ปีที่แล้ว +3

    ክክክክክክክክ ኣያ ጆኮር ኣቤት ዕርቂ ኣታ ፣ኣቲ ክብሉ ኮ ወዲኦምዋ ብዝተረፈ ኣጆኩም

  • @MP-lu8mh
    @MP-lu8mh 4 ปีที่แล้ว +6

    Welcome tesfatat Tigrayina bitaemi nifuat ekum
    keep going maratey .
    Bruk senbet nikulatina.🌷🥀⚘🌾🌺☘

  • @user-nu5qy1yg9i
    @user-nu5qy1yg9i 4 ปีที่แล้ว +7

    Metsikum do shkorat aseyyyy 🇻🇳💕💕🇻🇳💞💞🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳💞🇻🇳🇻🇳🇻🇳

  • @ereyshkorasbeco4761
    @ereyshkorasbeco4761 4 ปีที่แล้ว +48

    ኣኛ ጆከኝ ዝሕቢ ላይኝ ይሃበኚ

    • @selammskulu1
      @selammskulu1 4 ปีที่แล้ว

      Hbeka aleku nska ka n mama ka tfetu entekonka subscribe to my channel,

    • @user-hc1vc7fv9i
      @user-hc1vc7fv9i 4 ปีที่แล้ว

      ኻልኣይ ጀኮር አንካ በል ደስ ይበልህ

    • @acknowledgment2490
      @acknowledgment2490 3 ปีที่แล้ว

      ቧይ ስሓቅ ቀቲሉና ኮ

  • @user-fi7nj5ko2l
    @user-fi7nj5ko2l 4 ปีที่แล้ว +4

    ብሩኽ ሰንበት ንክላትኩም ተካታተልቲኢድራማ እሰክ ላይኪ ሃቦ👍❤🇻🇳🇪🇹😍

  • @mussietn1966
    @mussietn1966 4 ปีที่แล้ว +76

    *ቋዕ ብሰላም መጻኹም ናይና ያላ ስከ like & subscribe ኣግርጭው ነብለሎም

    • @abadieri8870
      @abadieri8870 4 ปีที่แล้ว

      ፈሊጠካ ተላይ ንዓካ ከም ድደለካ

    • @zttgy7054
      @zttgy7054 4 ปีที่แล้ว

      ዋይይይ ክልተ ዓመት ገይርካ ክትልምን እታ ለምኒ ክክክክክክክክ

    • @solisesa6804
      @solisesa6804 4 ปีที่แล้ว

      *ሕራይ ነብለሎም ህቅ😀🙄 ንዓኻ ከ ?*

    • @Eritreachanel1234
      @Eritreachanel1234 4 ปีที่แล้ว

      Eway ezi wedi kilmin bejaka sabscraib elka lemin enber like aytibel

    • @alishaalisha6141
      @alishaalisha6141 4 ปีที่แล้ว

      GEBIRNAKA ALENA WEDI ERI

  • @merihabeshawithabeshawit6959
    @merihabeshawithabeshawit6959 4 ปีที่แล้ว +19

    አድነቅቲ ዘርአቡርክ ዓይነይ ላይክ ግጩኝ🙄🙄🙄🙄🙄

  • @isakapptube4726
    @isakapptube4726 4 ปีที่แล้ว +129

    ብሩክ ሰንበት ንክላትኩም ተካታተልቲኢ gere emon !!!🙏🏽❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷th-cam.com/video/ps8QPwHc-os/w-d-xo.html

  • @ethiopianloveletsh4790
    @ethiopianloveletsh4790 4 ปีที่แล้ว +55

    ዝተባረኸ ዝተቅደሰ ሰንብት ይኩንለና ሓላለተይይይይይይ ፉቱዉቱዉዉዉዉዉዉ😘😘💋❤❤💋💋

    • @user-dj2bm1ir7l
      @user-dj2bm1ir7l 4 ปีที่แล้ว +1

      😍😍❤❤አሜን አሜን አሜን 👏👏👏

    • @user-pj9ee9vm1r
      @user-pj9ee9vm1r 4 ปีที่แล้ว

      አሜን አሜን አሜን💗🌹🌹🌹💒⛪❤🕯

    • @brhenbrhen524
      @brhenbrhen524 4 ปีที่แล้ว

      አሜንአሜንአሜን 🙏🙏🙏

  • @zttgy7054
    @zttgy7054 4 ปีที่แล้ว +11

    እንካዕ ዳሓን መፃከም ፍትውውውው ግን እይራእኩዎን ምሳሕ ናይ ማዳመይ ምስ ወዳእኩ ፅብቅ ካሜንት ክህበኩም እየ አጀኩም ወዳሓንኩም

  • @Nicenice664
    @Nicenice664 4 ปีที่แล้ว +36

    ዋእ ፡ ኣሻብኩም ደኣ comment and like መሊእኩማ። ከይረኣኩማ ዲኩም ትቀዳደሙ? ጽቡቅ ፊልም፡ see next ደቂ ትግራይ ሽኮር። እስከ ፈርማ ከምዚናተይ ሓሳብ? Like

  • @yordigaltigrayselammskulu2399
    @yordigaltigrayselammskulu2399 4 ปีที่แล้ว +9

    welcome ፅቡቃት ብሩክ ሰምበት ንኩሉኩም ተከተልቲ እምነት ክርስትና 🙏🙏 እንዳ ገሬ ካዓ ቀፅልዎ ብጣዕሚ ኢና ንፈትወኩም ❤❤❤❤

  • @selamwe4962
    @selamwe4962 4 ปีที่แล้ว +91

    ገሬ ዝፍቱ ሌክ

    • @bbbjjj6791
      @bbbjjj6791 4 ปีที่แล้ว +4

      Ewwwww deki tgray shikorat n jekor zfeti lik gberu

    • @selammskulu1
      @selammskulu1 4 ปีที่แล้ว

      Gerelkum aleku nskum ka subscribe to my channel✔😍✅

  • @blenhaile2074
    @blenhaile2074 4 ปีที่แล้ว +14

    ደስ ዝብል ድራማ አብ ዘዘለኩምዎ ሰላምኩም ይብዛሕ ደቂ ትግራይ ዓደይ

  • @zebibsudan4989
    @zebibsudan4989 4 ปีที่แล้ว +1

    ዋእ አነ ብሳሓቅ ልበይ ዘቁሰለትኒ ናይ አያ ጀኮር ምትዕራቅ አቲ አታ አቲ አታ ክክክክክክክ ብጣዕሚ ደስ ዝብል ስራሕ ናይ ባሓቂ ፍትሕን ባእስን በዚሒ እና ዓራቂ ከም አያ ጀኮር ክከውን አለዎ ክክክክክክ

  • @user-bn9vs5yq3p
    @user-bn9vs5yq3p 4 ปีที่แล้ว +13

    ኣዋጅ ኣዋጅ ገሬ እሙን መፅያ ኣላ ተልዓል ኩልኻ 😃😃😃😃

  • @zufanhadush3615
    @zufanhadush3615 4 ปีที่แล้ว +17

    ኣየ ኣያ ጆኮር ኣታ ኣቲ ናበልካ ካብ ምዕራቅ ምግናኑ ገዲድዎም ክክክክክ

    • @emnet93
      @emnet93 4 ปีที่แล้ว

      Kkkkkkkk

    • @zenebugebrekidan
      @zenebugebrekidan 4 ปีที่แล้ว +1

      ብጣዕሚ እዩ ዝገርመ ኪ አታ አቲ ቆለኦም ገፊፍዎም🤣🤣🤣🤣🤣🤣

    • @mhaymanot1290
      @mhaymanot1290 4 ปีที่แล้ว

      zufan hadush 😍👌

    • @zufanhadush3615
      @zufanhadush3615 4 ปีที่แล้ว

      @@zenebugebrekidan ክክክክክ ቆልኦም ገፊፍዎም ገደደ ናትኪ ለ

  • @elisagualmama1279
    @elisagualmama1279 4 ปีที่แล้ว +7

    እንቓዕ ብስላም መፃኩም እንዳ ጌረ እሙን ዓይነይ
    ብሩክ ስንበት ካዓ ይግበረልኩም

  • @user-eg3pd8mg1m
    @user-eg3pd8mg1m 4 ปีที่แล้ว +4

    ኣብ ስደት ይኩን ኣብ ዓዲ ዘለኩም ንገሬ እሙን ትካታተሉ ዘለኩም ሰላምኩም ይብዛሕ ብሩክ ሰንበት ይግበረልና ።

  • @plusvh3278
    @plusvh3278 4 ปีที่แล้ว +6

    እንኳዕ ዳሓን መፃእኩም ዕድሜን ጥዕናን ይሃብኩም ደቅ ትግራይ

  • @user-xh8um3vm9s
    @user-xh8um3vm9s 4 ปีที่แล้ว +3

    እምበር መሰክሕ ዝኾነ ሰብ ኣምጺኹም ኣቦይ ጆኬር ጸላም ጻዕዳ ኢልኩም እንዶ ኣጻዊትኩም ዕጸውዎ

  • @aminekidane5757
    @aminekidane5757 4 ปีที่แล้ว +1

    ን ቤቲ ሃይላይን ገሬ እሙንን ዘተዓረቐ ፈጣሪ ፡ ጸጉኡ የብዝሓልና። ኣሜን 👏🙏

  • @Alshadai6450
    @Alshadai6450 4 ปีที่แล้ว +5

    zerabruk ayneyyy love from Eritrea

  • @user-fo3bb3ng1p
    @user-fo3bb3ng1p 4 ปีที่แล้ว +67

    ሎሚ 70- ቡና ፀወታ ኣለዋ 70 ንቡና ወቒጣታ ክትመፅእ ያ ዝብል ላይክ

    • @zenebugebrekidan
      @zenebugebrekidan 4 ปีที่แล้ว +1

      ኣየኩም ናይና ዓወት ንጋንታና✔️✔️✔️

    • @kahsaymekonen5810
      @kahsaymekonen5810 4 ปีที่แล้ว +2

      70

    • @MrBrhan
      @MrBrhan 4 ปีที่แล้ว +1

      Awet nganta mekele 70 enderta

  • @user-hf8gv7qg4f
    @user-hf8gv7qg4f 4 ปีที่แล้ว +14

    ኣያ ጆኮር ጉድ ገይርኩም ኣታ ኣቲ ኢልካስ ሽንግልና ኣሎ ካልኣይ ሓዊ እዩ እዙይስ ብዝኮነ እንካዕ ሰላም መፃእኩም ሙቅራት

    • @jghuhghui2623
      @jghuhghui2623 4 ปีที่แล้ว

      ክክክክክክክክክ

    • @fkrimisamlak6256
      @fkrimisamlak6256 4 ปีที่แล้ว

      Kikikikiki ata ati enda bele enber kia ygerim eu gibo endu lemidu.

    • @asliselemon.7376
      @asliselemon.7376 4 ปีที่แล้ว

      ክክክክክክ እዉይ ሞስባ ዕርቂ ማለት

  • @queentsgab2937
    @queentsgab2937 4 ปีที่แล้ว +4

    እያ ጃኮር ገዛ የብሎምን እንደዬም ኣቱም ሰባት

  • @user-cf2cz9ys7h
    @user-cf2cz9ys7h 4 ปีที่แล้ว

    ኣይ ኣያ ዘብረኣብሩክ ብሓቂ ኣነሰ ልኾኑ ቤተሰብና ኣለዉ ኣቦይ ፀጋይ ልባሃሉ ቁሩፅ ንሶሞይመሰሉኒ ኾኑዎም ንሶምለ ሀ እልካ ተሰሚዕኻዮምሰ ሱቅ ኢሎም እዮም ልንሰነሱ

  • @user-nu7sh7mt6s
    @user-nu7sh7mt6s 4 ปีที่แล้ว +7

    እንካዕ ብሰላም መፃኩም ደቂ ዓደይ ማዓረይ

  • @user-vt1qh7ym9t
    @user-vt1qh7ym9t 4 ปีที่แล้ว +22

    ዝተባረከን ዝተቀደሰን ሰንበት ይግበረልና ደቂ ትግራይ ኩሕሎ🌷🌹💐🌷🌹🌹💐

  • @abunateyalem2969
    @abunateyalem2969 4 ปีที่แล้ว +5

    2020 mes sedrana nerakebela yegberelna fetari yehwatey

  • @selamselam9775
    @selamselam9775 4 ปีที่แล้ว +9

    ብጣዕሚ ፅቡቅ ስራሕ ግን አብዛ ቻናልኩም ሰለ ዓድና ሓደ ሓደ ነገራት እንተተቅርቡልና ንምሳሌ ዝተፋላለዩ ስልጠናታት ገለ እንተተቅረቡልና ሰናይ ሰንበት

  • @gtfrf2064
    @gtfrf2064 4 ปีที่แล้ว +10

    ኣንደኛ ነኝ ላይክ

  • @BECaring514
    @BECaring514 4 ปีที่แล้ว +29

    ሰላም ዝዓሰሎ ሰንበት ይግበረልና:) ፋሕ ኢልና ዘለና ምስድራን ንጥረፍ ይግበረና መድሃኔዓለም:) ሓዲሽ ሓፈሻዊ መደብ ኣብዛ ሊንክ ጠዉቅኩም ተከታተሉ⤵️
    th-cam.com/video/wB9LwUWbbc0/w-d-xo.html

  • @user-vb1gg1pg6f
    @user-vb1gg1pg6f 4 ปีที่แล้ว +7

    ክላ ዋእ ስኣን ግጥሚ'ዩ ዝኹሉ🤣🤣🤣🤣👍❤️

  • @borntodie6459
    @borntodie6459 4 ปีที่แล้ว +9

    ኣብ ኣስመራ ተወሊደ ካብዑ ደብረብርሃን ከይደ ባህር ዳር ጅማ ወንጂ ዘይከድኩዎ ኣዲ የብለየን ወዲ ተጋዳላይ ምኳን ትርፉ እዚ እዮ ምስጋና ዘይብሉ ስድራይ ስኢነ ከርተት በይነይ እህህህህህ

    • @user-bn9vs5yq3p
      @user-bn9vs5yq3p 4 ปีที่แล้ว +2

      ኣጆኻ ማዓረይ ህይወት ንባዕላ ከርተት እያ ጥዕና ጥራሕ ይሃብካ

    • @user-pm9dv4lc7f
      @user-pm9dv4lc7f 4 ปีที่แล้ว

      አጆካ ዛሓወይ ወለዲካ ምሳካ አይነብረን

    • @alwayskeepthefaith8272
      @alwayskeepthefaith8272 4 ปีที่แล้ว

      Ajoka Ajoka. Hugs.

    • @getahunberhun1247
      @getahunberhun1247 4 ปีที่แล้ว

      Ayzoki and ken ale ehte

    • @user-hc1vc7fv9i
      @user-hc1vc7fv9i 4 ปีที่แล้ว

      ኣጆኻ ሓወይ ናተይ ብዘለኻዮ ጥራሕ ዕድመ ጥዕና ይሃብካ ካብዚ ዝዓቢ ፀጋ የለን

  • @dahlak7181
    @dahlak7181 4 ปีที่แล้ว +34

    ኣነስ ዝገርመኒ ኣዛ ፊሊም ኤርትራውያን ጥራይ ኢዮም ዝከታተልዋ

    • @user-bn9vs5yq3p
      @user-bn9vs5yq3p 4 ปีที่แล้ว +1

      ብከመይ ፈሊጥካ/ኪ

    • @MP-lu8mh
      @MP-lu8mh 4 ปีที่แล้ว +1

      Tegagiki ( tegagika) .

    • @theboy3651
      @theboy3651 4 ปีที่แล้ว +1

      Tegaru dea sirah eba kiwefru.

    • @dahlak7181
      @dahlak7181 4 ปีที่แล้ว +1

      Tes Nugusse ሰንበት ስራሕ ኣሎ ዲዩ

    • @MP-lu8mh
      @MP-lu8mh 4 ปีที่แล้ว +1

      @@dahlak7181 Ab adi Agame ewe alo ezi hirkut werki Hizbey.

  • @user-yg8fo4ts5x
    @user-yg8fo4ts5x 4 ปีที่แล้ว +3

    ሰላምን ፍቅር ዝዓሰሎ ሰንበት ይግበረልና ኣሕዋተይ ማዓረይ እስኪ ንዘብረኣብሩክ ዓይነይ ምስ ለምለም ዓይነይን ዝፈቱ ላይክ ሃብሎይ ንዛ ፅሑፍ ተንብቡ ኩሉኩም ናይ እግዚአብሔር ሰላም ብዝሕ ትርፍርፍ ይበለልኩም

  • @mengstabrezene5484
    @mengstabrezene5484 4 ปีที่แล้ว +1

    ክክክክ እንዳ ገሬን እንዳ #ደቀይ ኣያ ዘረኣብሩኹን ኣያ ጆኬር ዕርቂ ኢሎም ከይዶም ባዕሎም ይፋተዉ ፀኒሖምዎም ገሪሙዎም ብጣዕሚ ፅቡቕ

  • @rigbetube1077
    @rigbetube1077 4 ปีที่แล้ว +7

    ገሬን ቤቲን ምትዕራቖም ደስ ዝበለኩም ኢድኩም ኣውጹ።

  • @abebaguwalmekelle2579
    @abebaguwalmekelle2579 4 ปีที่แล้ว +3

    🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣 you guys are the best. I love what you doing. Keep it up. Aboy Zebroabruk and abo joker love you. 💖💖💖💗💗💗❤❤❤

  • @necheygalishire1628
    @necheygalishire1628 4 ปีที่แล้ว +3

    ብሩክ ሰንበት አብ ስደትን ዓድን ዘሐኩም ይሕዋተይ❤❤

  • @eyerusaraya8656
    @eyerusaraya8656 4 ปีที่แล้ว +3

    ዋዉ እንዳ ገሬ ተናፈቅቲ ኣጀኩም በርትዑ ኣየ ቤቲ ኣይርዳኣለይን በለት

  • @Aki-dj2dj
    @Aki-dj2dj 4 ปีที่แล้ว +2

    Wawwwww bati and gera congra

  • @user-vt1qh7ym9t
    @user-vt1qh7ym9t 4 ปีที่แล้ว +16

    እንካዕ ሰላም መፃእኩም ቀደመይቲ እየ ላይክ አይደልን ንኽእ ከይተብሉለይ😁😁😁