Haftamu Tsegay_ ወላሞ_New Tigrigna Raya Music _ ሃፍታሙ ፀጋይ _ 2023
ฝัง
- เผยแพร่เมื่อ 18 ก.ย. 2024
- ንዝኾነ ይኹን ሪኢቶን ሓበሬታን 0914681370 ብዋትስኣፕ፣ ቴሌግራም፣ ኢሞን ቫይበርን ኣቕምጡልና!
Please #Share and #Subsccribe
Segudem Media is one of the most well-known Ethiopian social media with an increasing number of followers and subscribers. It broadcasts a number of interesting music clips and other related entertainments. It is a favorite social media channel to many Ethiopian, Eritrean and is known for it’s undying
#ethiopianewmusic
Copyright ©2023 Segudem Media
ሙዜቀኛ ሃፍታሙ ፀጋይ አድነቅቲ ላይክ ግበሩ❤❤❤❤❤
ጓል ሽረ እየ ግን ራያ ከይርኣኽዋ ከይተርፍ🤲ወትሩ ለምለም 🥀🥀🥀🌷🌷🌷🌷🌿🌿🌿☘️☘️☘️🌾🌾🌾🍀🍀🍀🍀☘️☘️☘️🌾🌾🌾🌾🌾🌾🌿🌿🌿🌿🌿🌿🍀🍀🍀☘️☘️☘️☘️☘️🍀🍀🌾🌾🌾🌾🌾🌿🌿🌿🌿
ኣጀኪኒ❤
Gal sheree ente tegebru ab raya ewa Teraf dernat 👹👹👹
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤😋😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌻🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹❤❤❤
መገን ራዮቶት💚😍ጡዑማት ላዛ ያዕስ ድምፂ ቓፅለሉ ባዓል ሸገ ድምፂ😘😘😘እስቲ like ግፀዩን ደቂ ዓደይዋ🙏😘🙄
ትግራይ ዓደይ ሰላምኪ ይመለስ
ድምፂ100%
ዜማ100%
ግጥሚ100% ❤❤❤💛💛💛
Atum jeganu deki tigray welela
አየ ደቂ ራያ like ውዲ ፀጋይ 🙏💛💝💊👌
ደቅ ራያ ኣበይ እነአኹም❤👍
ያዕስ አረ እዝስስ ፍልይ ድበለ ይኡ ከለ አስራርሓኡ ድአብነት ዕንጨይት ብምእራየንይ ሽራጦ ብምሽራጠንይ ብጣዕሚ ደስ ብሀሊ ይኡ ም ኽንያቱ አብዛሕምኤን ቓምሽ ጥራሕ ይኤን ዳዘወትራ
ኣቤት ድምፂ ወዲ ሓፍቲዋ ግርማ ራያ ወዲ ፀጋይ ኣብርሃ ወድዞም ዓበይቲ ሰባት ቃፅለሉ ኣለና ኣብ ጎድንኻ ወድነአይ ወለላ ግርማ ዓዲ❤️❤️❤️😍😍😍😍💚🍀🍀🍀
ራያ ራዩማ ዓዲ ብላዕ ስተ ዓዲ ጀጋኑ ደስ ዝብል ስራሕ ቀፅለሉ💛❤️
ኣቤት ድምፅ ዳይልዓል ካልዕል ይኡ እግዚኦ ያጎይታ ዓለም💚💚💚💚👑🎓
❤❤❤❤❤
ቅድመኻትኹም ዳኣነ ራዮቶት ዋ ኣይ ፋቅዕይ ዶ ሞይትናይ 🥺🥺🥺❤️❤️❤️❤️
ያዕስስስስስ ራያዋኒ
አቤት ድምፅ
አሃሃሃይይይይይይይይይይ
ሃፍታሙ ፀጋይ ወዲ ቦዶዉ ርያድ ኣለካ ትዝታ ናበረኻ ርያድ❤😘❤😘❤
Welcome;woww it marvelous Gumaye carry on haftish man!!!!
አሰይይይ ወዲ ፀጋይዋ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Esey deki raya temat laza
akilil hawey marey❤❤
አቤት ያኢስ ግርማ ሞገስ ራያ አደይ ኩልሻዕ ፀብቒ ሓውናለ አይዘካ በርትእ ሸገ ጡኡምቲ ስራሕ ሰርሕካ ስለዳምፃዕካልና የቐንየልና❤❤❤❤
ከስሩ ዘይሰመዐኽዋ ደይውዕል❤ ዋው😊
ወድ ዓደይ ማዓረይ ድምፂኻ ደስ ክብል ቓፅለሉ💊💪💊💪💘❤️❤️❤️❤️❤️🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰❤❤❤❤❤
ጡዑሚ ድሚፅ 😊❤ ቐፅለሉ
የእሽ ኣምበሳ ደቦል ወዲ ራያ ❤ ሰሚአኻዮ ዘይምኖ ጥዑም ላዛ ትግርኛ ራያዋኒ ክብረት ❤
ሙዜቀኛ ሃፍታሙ ፀጋይ አድነቅቲ ላይክ ግበሩሉ
ራያ ዓደይ ልዘላአለም ትንበር ዓይኒ ፀላእኪ ድብን❤💛
ዓደይ ወለላ ደስ በሃለ ስራሕ❤❤🥀☘️☘️☘️
ያዕስ ያዕስ ደቅ ራያ ራዪማ❤❤❤❤❤
ደስ ትብሉ❤❤😍
ያዕሰ ዳምፅ ቀፁልል ጥዕም ላዘ🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰➚Ⓗ
❤❤ናይ ኸዝ ዲዩ እዝ ማሽላ ዓደይ ንፍቀኪ ስደትና የሕፅረና ኣብ ስደት ዘለና
ወድ ፀጋይዋ ዋይ ምኽኒ ህልይ❤❤❤❤❤❤❤
ብጣዕም ደስስስስ ዝብል 🥰🥰🥰🥰🥰
አበየት ደሚፅ የብል ጡዑሙ ዱሙፁ ማዓርይ❤❤
በዛኽትኹም ዳኣነ ራዮቶትዋዬ ጡዑማት ቦፌ ሃመይ ደአ ድሑጎስ ብኣኻትኹም ዓደይ ኣትየ ሸንዳሕ ክውል የኤ ምስኣኻትኹም ዓድናይ ህዝብናይ ሰላም ያውርደልና ቓፅልሉ💙😢
ደቂ ትግራይ ጀጋኑ❤❤❤❤❤❤
ራያዋ እሰይይይይ❤❤❤❤❤❤❤🙏🙏🙏
እስከ ተጋሩዋኒ ብሽም ውዲ ፀጋይ like 🙏♥🌹🥀🌟🌻
ወድ ፃጋያ ዋ ቅድማኻ ይስደደን ኣድናኽትኻ ካባ ኦቦ 💓💓💓💓💓❤❤❤❤❤
ራያ ዓደይ ትግርይ ❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️
አየ ራያ ዓደይ ወትሮ ለምለም ኽንለይ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤
እማንኻታ ዓርክ ወድፀጋይ ኣይዞኻ ወድኖ
❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️
ዋዉዉዉ ድምፅ ደስ ክብል ቀፅለሉ ባባዬ
ወዲ ሓፍቲ ወዲ ፀጋይ ሓወይ ደስ ብሉኒ እንሆ
❤❤❤አጆኻ ወድ ፀጋይዋ ቃፅለሉ❤❤❤❤❤❤
❤❤❤ big respect for you
ኣይዞ ወድ ፀጋይ በርትዑ ራያዋ❤
ቓፅለሉ ሃፍትሽ ብጣዕሚ ደስ ልብል ስራሕ ዩኡ
ራያ ትግራይ ❤💛
የዕሰ ዓድና ደሰ ክብል ሰጋ ጨጉሪ ከፍቲ
ብጣዕሚ ሸገ ደርፊ ቓፅለሉ 💙
ልዚ ህዝቢሲ ብግዲ አምሃራይ ኹኑ ይዉለዉዎ ❤❤❤
ሃፊታሙዋ ወድ ዓደይ ኣይዛኽ ❤❤❤❤❤
ዋዉ ደስ በሃልቲ እንኳዕ ካባኹም ተፈጠርና ጀጋኑና በርትዑ its the best caltural music keep up and continue proud of you i love it ❤❤❤❤❤❤
ጥዑም ድምፂ ቓፅለሉ 💖💖💖💛💛
Aedz
ماش الله❤❤
የስዕል ጀግና ❤❤❤❤❤❤ዋይይይ🎉🎉
ይዕስ ራያየ ዓድ ጥዑም ባህል ዓድ ብላዕ ስተይ ዓድ ዓበይት🥀🥀🥀❤❤🥀🥀🌹💐🌹
የዕስ ጥዑም ድምፁ ቃፅሎሉ 💖💖💊
❤❤❤
❤❤❤❤❤🎉
ራየቶት ጥዑማት ላዛ❤❤❤❤
ያጎይታ ዓለም ቃፅሎሉ
raya adey adi bilae site selam ni tigray adina😢❤❤❤❤❤❤❤
ወዲ ፀጋይ ኣይዛኻ ድምፅኻ ናፉቁና ነዉሩ ወዲ ፀጋይ ጡዑም ድምፅ መጀን ወዲ ፀጋይ😘❤😘❤
ባህሊ ዓድና ጡዑም!
ብዓል ጥዑም ድምፂ ጎይታ ራያ ቐፅለሉ
ትግራይ አደይ ጥዕም ለዛኣ
ተጋሩዋ ሙቁራት ደሰ ብሃሊ ሰራሕ ይኡ ቓፅለሉ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ራያ ኣበይ ቦታኡ ኣታ ለምለም እኖኦኸ ዓድና በዛኹም ፉሉይይ ቦታኡ ፅወይን ዓደይይ ፋቐዐኮ😢
ሞኾኒ ጣብያ ፅጋዓ
ራያ ዓደይ አነስፋቕዐክ ራያቶት ጥዑማት ላዛ ትዕማት ቦፌ ፅቡቓት ማዕረግ❤❤❤❤
ቐፅለሉ ወዲ ሓወይ ጡዑም ዲምፂ
ራያ ዓደይ💛❤😍
እቲ ና ራያ ራዬማና ባህል ምስፊሕፋሕካ ደስስ ብሃል ግን ምሰ ወቅቲ ምሰራሕ ዶ ኣይሐሸይ ???? ኩሉኩም ከያንት ባህል ራያና ሰራሕና ምሰ ወቅቲ ትዲሓሐዝ ክኮን ኣለዋ💛💛💚💚
ወዲ ራያዋ❤
ጥዑም ላዛ በርትዕ
❤❤❤❤❤
💛❤❤💛❤❤❤
ያዕስ ወዲ ዓደይ ኣጆኻ ቀ
ፅለሉ
የኣገር ልጅዋ ፅገዐታይ ኣይኣነ ኣፋቃኻናይ ዶ ወድ ፅጋይዋ😍🍃
ወዲ ትግራይ ሕንግድ ብጣዕሜ አድናቂካ እየ
ራያ ውብ ትግራዋይ
❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ወድ ፀጋይዋ ፀባይ ሰናይዋ ኣድናቅትኻ ካበ ኦቦ ❤❤❤❤❤❤❤
❤❤
Empuuuuuuiu
ይዕሳባ ራያ ራያ ራያያያያያያ
ወዲ ፀጋይ ዓርከይ ይመቸካ
Wawwwww❤❤❤
ወድ ፀጋይ ዋ
wiooooo yimrla timna Arkyu ❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ወድ ዓበይት ዓድ ሃፍታሙ ፀጋይ ሊዕሊ ኩሉ ራያ
ዋላ ሓንት ጎዶሎ ደይብላ ደርፊ ባህሊ ራያ
ቀፅለሉ ኣያሓወይ
Wayyy Nafkot😢😢😢😢❤❤❤
Abet laza welela❤❤💛💛💛💛❤❤
ሰላምኩም ይብዛሕ ተጋሩዋ ሙሩፃት ❤❤❤❤❤
ይበል ድምፂ ብሉፅ ራያይ💜🙏
ብጣዕሚ ዘሕጉስን ዘደንቅን ፍሉይ ድምፃዊ ሃፍቶም ፀጋይ
ወዲ ፀጋይዋ ኣስሊ ናራያ❤❤❤❤❤❤
❤🎉🎉♥️💛✊♥️💛♥️💛
❤❤❤❤❤❤🙏🙏🙏🙏
ኣየ ራዩዋ ወትሮ ለምልም ቀፅለሉ ወዲፀጋይ ሕንግዲ ፅገዐታይ❤❤❤❤
ራያ ራያማ
ኣስ ክፍትዎኩ ደቂ ራያ ጥማት ላዛ ደቂ ዓደይ ወለላ💊💋
ይዕስስስ ራዩማ ትግራይ
🧡🧡❤❤❤❤
ኣታባቡዑዎ ማወድ ፀጋይ ዋ ❤❤❤❤❤❤❤