ขนาดวิดีโอ: 1280 X 720853 X 480640 X 360
แสดงแผงควบคุมโปรแกรมเล่น
เล่นอัตโนมัติ
เล่นใหม่
ራዮቶትት ጥዑማት ላዛ ትሃረፍቲ ፍጥረት ራያ ዝፎቱ ላይክ 👍👍
ክ ዳገሬ እሙን እየ መፂአ ካብኡ ዝመፃኩም ላይክ ገበረለይ ተፎቲኩምኒ ለለ ሳብስክሬይ ማለት እዩ😁👌❤💛
ኣነዉን
ገይረልኪ ኣለኩ ክብረተይ ናብ ናተይ ውን ንዒ🥰👏
ሞይተ😂😂
me too
ዋይ ክክክ ሞይተ እንታይ እዩ ከ መምፀእካ 😂😂
❤❤❤❤❤ ስይ ተጋሩ ጡዑማት ❤❤❤❤❤ ኤርትራዊ እየ ብጣዕሚ እየዝፈትወኩም❤❤❤❤
ያቀንየለና ጎሮበታችን😅
ያቀንየልና ወንድማችን😮❤
መግረምቲ ታይ ድኣ ኣምሐርሒርክን😢😢😢 ኣየ ተጋሩ ሸነፋት ኣብዚኣስ ትግርኛ እያ ዘላ ዛ ተዋስኦ ውን ማኣዝ ኢና ክንማሃር ቋንቋና ክነዕቢ እንድዒ ወትሩ ጓሂ🤔
የቀንየልና ሓወይ/ሓፍተይ ንሕና እውን ንፈትወካ/ኪ ኢና❤❤❤❤❤
@@Haregte❤❤😂
ቅዳሴዉ ✝️ ደስስ ስል መቸ ነዉ ለደጅ ሰላሙ የምንበቃዉ አምላኬ ሆይ ጥበቃህ አይለየን በሰላም ለቅድስት አገራችን አብቃን❤✝️🙏
አሜን🎉🎉🎉🎉🎉
አይዞሽ እህቴ ይደረሳል
አሜን
🥰🥰🥰🥰🥰🙏
ደስ ባሃሊ ተጋሩዋኒ ተስፋ ኣለዋ ግዲ ዓደይ ናብ ባዕልና ንምለስ ኣለና በርትዑ ኣለና ኣብ ጎንኹም🎉🥰🙏
ሰይይ ባህልና ጥዑም ደስ ብሃል ቀፅልሉ ጀጋኑ ራዮቶት እግዚአብሔር ኣምላኽ ይሓግዝኩም
ፍርሳ ታርካዊ ፊልሚ ህዝቢ ራያላይክ ኮሜንት ሳብስክራይብ ግበር ኹልኻ።
ሳብስክራይብ ግበሩለይ
አቱም ደቂ ዓድና ንዑ ታርኽ ባህሊ ክብርታትና ባዕልና ልዕል ናብሎ 🙏፡ጨለ ጅማሮ 😮
ደስ ብሃሊ ድራማ እዩ ይባዕልና ነዕቢ ተጋሩ ቀፅልሉ ፅቡቅ ሰራሕ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤💊💊💊💊
ሸገ ስራሕ ይኡ ቐጽልዎ ትግራይና ብኹሉ ሃፍታም ይኣ ብላዛ ራያ ስለድመጸእኹም የቐንየልና ተጋሩ ሚድያታትና ነዕብ🙏🥰❤💛😊
ሳብስክራይብ ግበርለይ ዉዴ
ቅዴሰኡ ደስስስ ክብል አርቶዶክስ ንዘልአለም ትንበር ቐፅልሉ እዞም አሕዋተ ከርና ቓሕ ዋሃል ዎኡ 👏👏👏👏👏👏🌺🌺🌺🌺🌺🌺🌺🌺🌺🌺🌺🌺
እንዃዕ ዳሓን መፃእኩም ፍቱዋተይ ብሃንቀወታ ዝፅበያ ዝነበርኩ ድራማ ደቅ ራያ ይፈትወኩም እየ ሓፍትኹም ጓል 70 እንደርታ🎉🎉❤
ዋላ ንሕና ንፈትወክ❤♥️♥️ምቅሪተይ♥️💊♥️♥️♥️♥️💞
ዋው ብጣዕሚ ደስ በሃሊ ሸገ ስራሕ ይኡ ቃፅልሉ ደቂ ራያ ራዩማ ሓቦ በሉ ሼር ላይክ ኮመንት ግበሩ ❤❤❤❤❤❤😘😘😘
ዋዉ ማርያምን ብጣዕሚ ገራሚ ጅማሮ ያዓዉ 😢❤ ቀፅልሉ ኧረ ተጋሩ ዓይነይ ናባራታቶዖም ስሊስ🙏
ሳብስክራይብ ግበርለይ
@@hiwilove19 eshi welelawa🫶
ሸገ ስራሕ ይኡ ቃፅሉሉ ደቂ ዓደይ ግን ምስታ ሓዳስ ምዄና ብዕብይ ድበለ ምድያ ምእንቲ ብዙሕ ሰብ ክርእያ ሃም ለቐቕኹማ ሸገ ነብሩ
አረ ብጣዕም ደስ ብሃሊ ስጋ ሓመድ ወጀራት ሰልቹውና ደይባህልና ፍልም ምርአይ ብናባዕልና ብባህልና ሰይ ምጥዓማትኹም
የዕስና ኹርዓት ራዮቶት ❤ ቐጽሊሉ እዚ እዩ ታሪኽና🖤 ብንብዓት😭 ጀሚረ ወዲአያ ላዛና❤️ባህልና ❤️🖤ዓድና ❤️ወለዲና ❤️
ዋውውውው ደሰክብል ላዛኹም ራያታት 🙏ብጣዕሚ ፅቡቅ ሰራሕ ቀፅልሉ ተጋሩዋይ 💖💖💖💖💖
ደሰ በሃሊት ተጋሩዋኒ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኹም 🤲🤲❤❤❤
ዋዉዉዉዉ ደግሜ ደጋግሜ አየሁት አገሬ ያለሁ መሰለኝ ራያየ🙏ሰአቱ አጠረ ጥሩ ሰራ ነዉ በቀን በቀን ይቅረብልን🙏❤❤❤❤❤😍😍😍😍
ብዙሕ ታርክይ ዓውድይ ድድህስስ ድራማ ይኡ ድመስል። 👉 ስርዓት ሓዘን ራያና ክቓሪ ስለድንሆዎ መምሀሪ ድኾኑ ኣስተምህሮታት ድማሕበረሰብ ራያ በተለይ ናኣደታትና ኣተሓሳስባ ብድቕይር መልክዑ ይሰርሐሉ።ኹርዓት ራየቶት የኹምዋ በርትዑልና፣ ሰስኑልና🙏
እንካዕ ብስላም መፅእኩም ተጋሩዋይ ብሩክ ዕለት ስንበት ይግበረልና❤❤❤❤
ደሰ ባሃሊ ስራሕ ቃፅልሉ 🎉🎉ብሃንቀውታ ፅበለና ደቂ ዓደይ 🌿🌿🌿🌿🌿🌹
የዒስ ባሃሊ ራያ ክንደይ ደሰዝብል እንኳዕ ብሰላም መፃጥኩም ተጋሩዋይ ሰናይ ጆማር ❤❤❤
ወይ ወይ ደቂ ራያዋኒ አይይ ኣነ ኣዴታት ትግራይ 😢🥺 ብንብዕት ጀሚረ እኮ ብንብዕት ወዲእያ 💔አይይይ ግዜ 😢
ወለድና ጡዑማት አላማምኖኦም ብተመሱጦ 😢
ደስ በሃሊ ስራሕ ደቂ ራያዎይ ቀፅልሉ ላይክ ሸሪሪሪ በሉሎም ኩልኩም ኣሕዎተይ ትግራይ ተስፋ ኣለኪ ብደቅኩ 🙏🙏🙏💘💘💘💘❤️❤️❤️🥰🥰☘️☘️☘️🎋🎋🎋🌷🌷🌷🥀🥀🥀🌺🌺🌺🌺
እግዚአብሔር ይመስገን እንካዕ ብሰላም መፃእኹም ፍርሳ ድራማ ብጣዕሚ ራያነት ገልፅዋ ብትክክል ራያ ዓደይ ማዓረይ ንበርለይ ❤ማዪ ጃኖ አድነቑትኹም ይኤ በርቱዑለይ
ስብስክራይብ ጌርና ናዓድና ፊልሚ ነዕቢሸር በልዎ ኩሉኩም ተጋሩ
አሰይ ደሰ ብሃሊ ጥዑማት ላዛ ሰላም ድዓዲና ሰላም ድህዝብና ❤ 💛❤️
ግን ራያ ላይክ ሸር ግበሩ ትብሉ ብዝሓት ኣለኹም ክልና ተጋሩ ኢናኮ ክንብሎ ዝግብአና
ይገርመና ኣሎ😢 ኣይ ክንደይ ንስናስ ራያየ ገለየ ነሕዝን😢
ራያ ጡዑማት ባህል
እንኳዕ ብሰላም መፃኩም ፅቡቅ ጅማሮ ይግበረልኩም ተጋሩዋይ ❤❤🥰
እንኳዕ ዳሓን መፀኡኹም ጡዑማት ደቅኖ ራያ ዘይምልኸተና ፍልም ያንጨብጨብና ነብርና እንኳዕ ብሰላም መፀኡኹሙልና መቸም ራያ ዘይፈልጥ ባዑሉ ፈልጥ ቀፂሉሉ
እሰይ ተጋሩዋይ ጥዑማት❤❤❤ ሰላምኩም ብዝሕ ትርፍ ይበለለይ❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
❤ባህል ዓድና ምጥዓሙ❤❤❤❤❤
ኣሰይ ባህሊ ትግራይ ጥዕሙ ቀፅልሉ 😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢
ጥዕማ ቀፅለለ
ዋይይይ ብጣዕም ደስ ውልና ደቅ ዓድ ፀባ ፀገባት እሂሂሂህ ውልና ላትቓቐልና ነብርና በርትዑልና ኣይዘኻትኹም ❤❤❤❤❤❤❤
ማርያምን ደስ ዝብል ፍልሚ ደቂ ራያ ዓደይ ዕድመ ጥዕና ያሃብኩም ኣይዘኹም ቀፅሉ❤❤❤❤❤❤
ሰይ ቓፅልሉ
ፅቡቅ ስራሕ ቀፅልሉ ደቂ ራያዋይ 😢♥️♥️🙏
ያዕስ እቲ ባህልናይ ላዛናይስ ምጥዓሙ ከይታቋርፅዋ ንፅበየኩም የና ❤🎉
እንኳዕ ብዳሕና መፃእኹም ብጣዕሚ ደስ በሃሊ የኡ ድወፅኦ የብሉይ ብጣዕሚ ቃንአልኹም ሰናይ ቅንኢ!
እሰይ ደስስስስስ ትብል ድራማ ቃፅልላ ራያቶት❤❤❤❤❤❤
ዓደይዋየ ራያየ ዓዘዎቶት ❤❤❤❤ ብርዕኹም ይሰስን በይዛኻትኹም ድአነ
ኣሕዋተይ ካብዚ ኹሉ ችግር ወፅኹም እንኳዕ ዳብዚ ኣብፅሐኩም ቓፅሉሉ ❤️❤️❤️🙏🙏🙏 ኣኮዋይ እያሱ ኣብዲ ለ ብዚ መልከዐኛ ስራሕ ስለ ድረአኹካ ደስ ቡሉኒ ❤️❤️🙏
ባዓድ ልገሪየ ልክ የአ መፀ ደቅ ዓደይ ብሃንደይ ሃንቆውታ የና ትፀብናኹም እንኳዕ ብሰላም መፅእኹም🙏💓💚
ዋው ፅቡቅ ስራሕ ኣብናይ ገሬ እሙን ድራማ ኮሜኔት እናንበብኩ እየ ረኪበያ ከምኡ ሊንክኩም እናለኣኩም ኣፋልጥዎ 🙏🙏🙏🙏
ኣነ እውን😢❤
አነ እውን ብኡ ገይረ መፂኤ ሳብስክራይብ ገይረ ይሪአ አለኩ❤
ኣነ ውን
ኣነ ዉን ❤❤❤❤
ይበል ይበል ቓፅልሉ
መግለፅ ስእነልኹም ኣስልታትሃምኡ ብኹም ባህልና ኣምሁሩና❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🥰🥰🥰🥰🥰🥰
ኣዞኹም እዞም ኣሕዋትና በርቱዑ ጀግና ራያ ❤❤💗💗🥰🥰🥰
እስቲ ኣብ ሳዑዲ ዓረቢያ ዘለዉ ኣሕዋትና ድምፅ ኾኑናታይ ፍርሳ ብጣዕም ካብ ድፎትዮ ስራሕ ይኡ እንኳዕ ብሰላም መፃእኹም🎉
ፍልይ ድበለ ይኡ ቃፁሉሉ ጥራሕ ራያዋ ደይሙነይ ባሃልኽ♥️🌾🎋
ለምቅነሲ ሳዓል ሕምኒ ቀንዩ ደኩተር ላይክ ግበረለይ በልዮም እልኒ ግበረለይባ😘😊
😂😅
😂😂😂😊😊
ብጣዕሚ ሓሪፍ ድራማ
that is Good work❤i love you tegaru💊🌄🌅
ቓፁሉሉ ደስ በሃል ይኡ ራያ ራዪሟ ልዩ ዞን አብ ቓረባ ግዜ ክሳካዕ ይኡ
ደስ ድብል ጅማሮ ይኡ ቃፅልሉ❤❤❤
Love the people of raya and his culture
ደስ ባሃሊ ስራሕ ቃፅልሉ ብሃንቀዉታ ፅበለና ደቂ ዓደይ 💚😍🙏
ጎብዙ አይዘኹም ገራሚ ድራማ
Wow I don't have words.
ባህል ዓድና ምጥዓሙ
this is my story and history 😢 ራያ ራዩማ 🌾🌾
ቓፅሉሉ ደቅ ራያ ሽኮራት ❤❤❤❤❤❤❤
ራያ እዙው ዩኡ ባህልና አታ ደስ ምባልኹም ከርና ፋቕዐኩም ፀንሐ
እንካዕ ብሰላም መፃእኹም ❤❤❤ጡዑማት ላዛ ራያ ወለላ
ደስስስስ ምባሉ ባህሊና ምስ ሃይማኖትና ቓፅሉሉ ❤❤❤❤❤
ድቂ ራያ ዋ ፅብቅ ሰራሕ እዩ ቅልጥፍ ቅልጥፍ እልኹም ላአኹና❤❤❤❤❤
ብጣዕም ደስ ድዉል ስራሕ ዩኡ ቃፅሉሉ ራዮቶት ናባራቶዖም ❤❤
😢ደስስስስስስ ወሃለ ደቅ ትግረይ አየ ራያ የኔ ጣዕማምታት🥰🥰🥰🥰🥰🌺🌺🌺💐💐💐💐💐
ብጣዕም ደስ ብሃል ስራሕ ደቅ ራያዋ በርቱዑ
ጥዑማት ላዛ ራያ ራዩማ🌺🌷🌻🌹💐
አስይይይ ባህሉና ጥዕም 🥰🥰🥰
ትንሳኤ ቋንቋ ዕስራ ዓዲ ዋጅራት ዘግሃደት ድራማ ኣቱም ሰባት ....
ዋውው ብጣሚ ፅቡቅ ስራሕ ተሎ ተሎ ልቀቁልና❤❤
ብጣዓሚ ዝፈትዋ ድራማ❤
አሰይይይይይ ተጋሩ ሕበሩ ስመሩ ብሓቂ ትምስገንኑ ዝግበአኩም ቀፅሉሉሉሉ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤ እታ ትግራየይስስስስ ሰብ አለዋ እዩ ❤❤❤❤❤❤ በተለይ እቲ ቅዳሴ ምስ ሰማዕኩ ከብደይ ተረቢሽ እግዚአብሔር አምላክ ስደትና አሕፂርካ ናብ ደገ ስላምካ አብፀሐና ❤❤❤❤❤❤
ብጣዕሚ ንፉዓት
ደስ ድብል ስራሕ ይኡ ቅልጥፍ ቅልጥፍ ኣብኹም ልቀቁልና ብሃንቀውታ ንፂበይ የና♥️🌿
_እንኳዕ ብሰላም መጻእኹም ዋውው ላዛ ራያና ሸገ ስራሕ ደቅ ዓበይቲ_
እንኳዕ ዳሓን መፃእኩም ተጋሩዋይ❤❤❤
ብጣዕም ደስ ድብል ይኡ በርታዓተዩ ደቂ ራያ ራዩማ
ብሃንቀውታ ናተፀበክዋ ነይረ♥️
ኣታ ክንደይከ ድስስስ ይብል ባህልና ቃፅሉለ ደቅ ዓበይትዋ ናታባባዓዮም ደቅ ራያ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
አሰይ ዓድና ፋቕዕና ነውርናኳ ድዝ ርእና ደስ ውሉና ደስ ድውል ስራሕ ይኡ ቓፅልሉ ኣሕዋተይ❤🥰
Ewayyy,,tigrijaa,moytaaa
እንዃዕ ሰላም መፃኩም ደቂ ራያዋ እፍትወኹም እየ ሓፍትኩም ጋል ኣፅቢ ወንበርታ❤❤❤
ፅብቅ ስራሕ እዩ ግን ይቅርታ እንበር እቲ ቤተክርስትያስ ከም ሓድስ ከናስሩሖ ድምፅ ተኮንናስ ታይ ፀገም አሎወ ዶ ይኮውን ግን ይቅርታ ጥፍአት ተሃልይን❤❤❤❤❤❤
ትክክል እኺ ሓፍትና እንስርሖ😢
ሓድሽ ቤተክርስቲያን ትሰርሑ ይኡ እዝ ፃዕዳ መይዳ ቅዱስ ጅወርግስ ይኡ እና ኻልእ ዓዉይ ሰርሕና እንሀና እግዚአብሔር ይመስገን ቅድሚ 3ተ ዓመት ይኡ መሰለን ድትቓረፀ
raya adey adi kulu
ዉይ ደስ ክብል ራያ ላዛኩምማ ክጥዕምኮ❤
ዋው ምጣዓሙ ላዛና🙏🙏🙏
እንኳዕ ዳሕና መፃእኹ ደስ ልብል ድራማ❤
ፁቡቅ ሰራሕ ቀፁሉሉ ተጋሩዋይ❤
ቓፁሉሉ ራዮቶት ህንይኸ ይጥዕም ባህልና ሃየ ደቅ ራያ ናናቓቕሖም እዞም አሕሕዋትና በዛኻትኹም ደአነ ካብ💕 H/A 💞ዕባይ ራያ💞💕
እንኳዕ ብሰላም መፃእኹም 😘😍🌾
ዋው ደስስ ባሃሊ ስራሕ ይኡ ቃፁሉዎ ራየቶት ማለት❤
ብጣዕሚ ደስ በሃሊ በርትዑ
❤🌾🌽ባህል ራየቶት ላዛ ራየቶት ክልምልም እንሆዎ.....
ኣሰይ ራያዋይ ጥዑማት ላዛ ቓፅሊሉ ደስዝብል ስራሕ ደቂ ዓደይ
ራዮቶትት ጥዑማት ላዛ ትሃረፍቲ ፍጥረት ራያ ዝፎቱ ላይክ 👍👍
ክ ዳገሬ እሙን እየ መፂአ ካብኡ ዝመፃኩም ላይክ ገበረለይ ተፎቲኩምኒ ለለ ሳብስክሬይ ማለት እዩ😁👌❤💛
ኣነዉን
ገይረልኪ ኣለኩ ክብረተይ ናብ ናተይ ውን ንዒ🥰👏
ሞይተ😂😂
me too
ዋይ ክክክ ሞይተ እንታይ እዩ ከ መምፀእካ 😂😂
❤❤❤❤❤ ስይ ተጋሩ ጡዑማት ❤❤❤❤❤ ኤርትራዊ እየ ብጣዕሚ እየዝፈትወኩም❤❤❤❤
ያቀንየለና ጎሮበታችን😅
ያቀንየልና ወንድማችን😮❤
መግረምቲ ታይ ድኣ ኣምሐርሒርክን😢😢😢 ኣየ ተጋሩ ሸነፋት ኣብዚኣስ ትግርኛ እያ ዘላ ዛ ተዋስኦ ውን ማኣዝ ኢና ክንማሃር ቋንቋና ክነዕቢ እንድዒ ወትሩ ጓሂ🤔
የቀንየልና ሓወይ/ሓፍተይ ንሕና እውን ንፈትወካ/ኪ ኢና❤❤❤❤❤
@@Haregte❤❤😂
ቅዳሴዉ ✝️ ደስስ ስል መቸ ነዉ ለደጅ ሰላሙ የምንበቃዉ አምላኬ ሆይ ጥበቃህ አይለየን በሰላም ለቅድስት አገራችን አብቃን❤✝️🙏
አሜን🎉🎉🎉🎉🎉
አይዞሽ እህቴ ይደረሳል
አሜን
🥰🥰🥰🥰🥰🙏
🥰🥰🥰🥰🥰🙏
ደስ ባሃሊ ተጋሩዋኒ ተስፋ ኣለዋ ግዲ ዓደይ ናብ ባዕልና ንምለስ ኣለና በርትዑ ኣለና ኣብ ጎንኹም🎉🥰🙏
ሰይይ ባህልና ጥዑም ደስ ብሃል ቀፅልሉ ጀጋኑ ራዮቶት እግዚአብሔር ኣምላኽ ይሓግዝኩም
ፍርሳ ታርካዊ ፊልሚ ህዝቢ ራያ
ላይክ ኮሜንት ሳብስክራይብ ግበር ኹልኻ።
ሳብስክራይብ ግበሩለይ
አቱም ደቂ ዓድና ንዑ ታርኽ ባህሊ ክብርታትና ባዕልና ልዕል ናብሎ 🙏፡ጨለ ጅማሮ 😮
ደስ ብሃሊ ድራማ እዩ ይባዕልና ነዕቢ ተጋሩ ቀፅልሉ ፅቡቅ ሰራሕ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤💊💊💊💊
ሸገ ስራሕ ይኡ ቐጽልዎ ትግራይና ብኹሉ ሃፍታም ይኣ ብላዛ ራያ ስለድመጸእኹም የቐንየልና ተጋሩ ሚድያታትና ነዕብ🙏🥰❤💛😊
ሳብስክራይብ ግበርለይ ዉዴ
ቅዴሰኡ ደስስስ ክብል አርቶዶክስ ንዘልአለም ትንበር
ቐፅልሉ እዞም አሕዋተ ከርና ቓሕ ዋሃል ዎኡ 👏👏👏👏👏👏🌺🌺🌺🌺🌺🌺🌺🌺🌺🌺🌺🌺
እንዃዕ ዳሓን መፃእኩም ፍቱዋተይ ብሃንቀወታ ዝፅበያ ዝነበርኩ ድራማ ደቅ ራያ ይፈትወኩም እየ ሓፍትኹም ጓል 70 እንደርታ🎉🎉❤
ዋላ ንሕና ንፈትወክ❤♥️♥️ምቅሪተይ♥️💊♥️♥️♥️♥️💞
ዋው ብጣዕሚ ደስ በሃሊ ሸገ ስራሕ ይኡ ቃፅልሉ ደቂ ራያ ራዩማ ሓቦ በሉ ሼር ላይክ ኮመንት ግበሩ ❤❤❤❤❤❤😘😘😘
ዋዉ ማርያምን ብጣዕሚ ገራሚ ጅማሮ ያዓዉ 😢❤ ቀፅልሉ ኧረ ተጋሩ ዓይነይ ናባራታቶዖም ስሊስ🙏
ሳብስክራይብ ግበርለይ
@@hiwilove19 eshi welelawa🫶
ሸገ ስራሕ ይኡ ቃፅሉሉ ደቂ ዓደይ ግን ምስታ ሓዳስ ምዄና ብዕብይ ድበለ ምድያ ምእንቲ ብዙሕ ሰብ ክርእያ ሃም ለቐቕኹማ ሸገ ነብሩ
አረ ብጣዕም ደስ ብሃሊ ስጋ ሓመድ ወጀራት ሰልቹውና ደይባህልና ፍልም ምርአይ ብናባዕልና ብባህልና ሰይ ምጥዓማትኹም
የዕስና ኹርዓት ራዮቶት ❤ ቐጽሊሉ እዚ እዩ ታሪኽና🖤 ብንብዓት😭 ጀሚረ ወዲአያ
ላዛና❤️
ባህልና ❤️🖤
ዓድና ❤️
ወለዲና ❤️
ዋውውውው ደሰክብል ላዛኹም ራያታት 🙏ብጣዕሚ ፅቡቅ ሰራሕ ቀፅልሉ ተጋሩዋይ 💖💖💖💖💖
ደሰ በሃሊት ተጋሩዋኒ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኹም 🤲🤲❤❤❤
ዋዉዉዉዉ ደግሜ ደጋግሜ አየሁት አገሬ ያለሁ መሰለኝ ራያየ🙏ሰአቱ አጠረ ጥሩ ሰራ ነዉ በቀን በቀን ይቅረብልን🙏❤❤❤❤❤😍😍😍😍
ብዙሕ ታርክይ ዓውድይ ድድህስስ ድራማ ይኡ ድመስል።
👉 ስርዓት ሓዘን ራያና ክቓሪ ስለድንሆዎ መምሀሪ ድኾኑ ኣስተምህሮታት ድማሕበረሰብ ራያ በተለይ ናኣደታትና ኣተሓሳስባ ብድቕይር መልክዑ ይሰርሐሉ።
ኹርዓት ራየቶት የኹምዋ በርትዑልና፣ ሰስኑልና🙏
እንካዕ ብስላም መፅእኩም ተጋሩዋይ ብሩክ ዕለት ስንበት ይግበረልና❤❤❤❤
ደሰ ባሃሊ ስራሕ ቃፅልሉ 🎉🎉ብሃንቀውታ ፅበለና ደቂ ዓደይ 🌿🌿🌿🌿🌿🌹
የዒስ ባሃሊ ራያ ክንደይ ደሰዝብል እንኳዕ ብሰላም መፃጥኩም ተጋሩዋይ ሰናይ ጆማር ❤❤❤
ወይ ወይ ደቂ ራያዋኒ አይይ ኣነ ኣዴታት ትግራይ 😢🥺 ብንብዕት ጀሚረ እኮ ብንብዕት ወዲእያ 💔አይይይ ግዜ 😢
ወለድና ጡዑማት አላማምኖኦም ብተመሱጦ 😢
ደስ በሃሊ ስራሕ ደቂ ራያዎይ ቀፅልሉ ላይክ ሸሪሪሪ በሉሎም ኩልኩም ኣሕዎተይ ትግራይ ተስፋ ኣለኪ ብደቅኩ 🙏🙏🙏💘💘💘💘❤️❤️❤️🥰🥰☘️☘️☘️🎋🎋🎋🌷🌷🌷🥀🥀🥀🌺🌺🌺🌺
እግዚአብሔር ይመስገን እንካዕ ብሰላም መፃእኹም ፍርሳ ድራማ ብጣዕሚ ራያነት ገልፅዋ ብትክክል ራያ ዓደይ ማዓረይ ንበርለይ ❤ማዪ ጃኖ አድነቑትኹም ይኤ በርቱዑለይ
ስብስክራይብ ጌርና ናዓድና ፊልሚ ነዕቢሸር በልዎ ኩሉኩም ተጋሩ
አሰይ ደሰ ብሃሊ ጥዑማት ላዛ ሰላም ድዓዲና ሰላም ድህዝብና ❤ 💛❤️
ግን ራያ ላይክ ሸር ግበሩ ትብሉ ብዝሓት ኣለኹም ክልና ተጋሩ ኢናኮ ክንብሎ ዝግብአና
ይገርመና ኣሎ😢 ኣይ ክንደይ ንስናስ ራያየ ገለየ ነሕዝን😢
ራያ ጡዑማት ባህል
እንኳዕ ብሰላም መፃኩም ፅቡቅ ጅማሮ ይግበረልኩም ተጋሩዋይ ❤❤🥰
እንኳዕ ዳሓን መፀኡኹም ጡዑማት ደቅኖ ራያ ዘይምልኸተና ፍልም ያንጨብጨብና ነብርና እንኳዕ ብሰላም መፀኡኹሙልና መቸም ራያ ዘይፈልጥ ባዑሉ ፈልጥ ቀፂሉሉ
እሰይ ተጋሩዋይ ጥዑማት❤❤❤ ሰላምኩም ብዝሕ ትርፍ ይበለለይ❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
❤ባህል ዓድና ምጥዓሙ❤❤❤❤❤
ኣሰይ ባህሊ ትግራይ ጥዕሙ ቀፅልሉ 😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢
ጥዕማ ቀፅለለ
ዋይይይ ብጣዕም ደስ ውልና ደቅ ዓድ ፀባ ፀገባት እሂሂሂህ ውልና ላትቓቐልና ነብርና በርትዑልና ኣይዘኻትኹም ❤❤❤❤❤❤❤
ማርያምን ደስ ዝብል ፍልሚ ደቂ ራያ ዓደይ ዕድመ ጥዕና ያሃብኩም ኣይዘኹም ቀፅሉ❤❤❤❤❤❤
ሰይ ቓፅልሉ
ፅቡቅ ስራሕ ቀፅልሉ ደቂ ራያዋይ 😢♥️♥️🙏
ያዕስ እቲ ባህልናይ ላዛናይስ ምጥዓሙ ከይታቋርፅዋ ንፅበየኩም የና ❤🎉
እንኳዕ ብዳሕና መፃእኹም ብጣዕሚ ደስ በሃሊ የኡ ድወፅኦ የብሉይ ብጣዕሚ ቃንአልኹም ሰናይ ቅንኢ!
እሰይ ደስስስስስ ትብል ድራማ ቃፅልላ ራያቶት❤❤❤❤❤❤
ዓደይዋየ ራያየ ዓዘዎቶት ❤❤❤❤ ብርዕኹም ይሰስን በይዛኻትኹም ድአነ
ኣሕዋተይ ካብዚ ኹሉ ችግር ወፅኹም እንኳዕ ዳብዚ ኣብፅሐኩም ቓፅሉሉ ❤️❤️❤️🙏🙏🙏 ኣኮዋይ እያሱ ኣብዲ ለ ብዚ መልከዐኛ ስራሕ ስለ ድረአኹካ ደስ ቡሉኒ ❤️❤️🙏
ባዓድ ልገሪየ ልክ የአ መፀ ደቅ ዓደይ ብሃንደይ ሃንቆውታ የና ትፀብናኹም እንኳዕ ብሰላም መፅእኹም🙏💓💚
ዋው ፅቡቅ ስራሕ ኣብናይ ገሬ እሙን ድራማ ኮሜኔት እናንበብኩ እየ ረኪበያ ከምኡ ሊንክኩም እናለኣኩም ኣፋልጥዎ 🙏🙏🙏🙏
ኣነ እውን😢❤
አነ እውን ብኡ ገይረ መፂኤ ሳብስክራይብ ገይረ ይሪአ አለኩ❤
ኣነ ውን
ኣነ ዉን ❤❤❤❤
ይበል ይበል ቓፅልሉ
መግለፅ ስእነልኹም ኣስልታት
ሃምኡ ብኹም ባህልና ኣምሁሩና❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🥰🥰🥰🥰🥰🥰
ኣዞኹም እዞም ኣሕዋትና በርቱዑ ጀግና ራያ ❤❤💗💗🥰🥰🥰
እስቲ ኣብ ሳዑዲ ዓረቢያ ዘለዉ ኣሕዋትና ድምፅ ኾኑናታይ ፍርሳ ብጣዕም ካብ ድፎትዮ ስራሕ ይኡ እንኳዕ ብሰላም መፃእኹም🎉
ፍልይ ድበለ ይኡ ቃፁሉሉ ጥራሕ ራያዋ ደይሙነይ ባሃልኽ♥️🌾🎋
ለምቅነሲ ሳዓል ሕምኒ ቀንዩ ደኩተር ላይክ ግበረለይ በልዮም እልኒ ግበረለይባ😘😊
😂😅
😂😂😂😊😊
ብጣዕሚ ሓሪፍ ድራማ
that is Good work❤i love you tegaru💊🌄🌅
ቓፁሉሉ ደስ በሃል ይኡ ራያ ራዪሟ ልዩ ዞን አብ ቓረባ ግዜ ክሳካዕ ይኡ
ደስ ድብል ጅማሮ ይኡ ቃፅልሉ❤❤❤
Love the people of raya and his culture
ደስ ባሃሊ ስራሕ ቃፅልሉ ብሃንቀዉታ ፅበለና ደቂ ዓደይ 💚😍🙏
ጎብዙ አይዘኹም ገራሚ ድራማ
Wow I don't have words.
ባህል ዓድና ምጥዓሙ
this is my story and history 😢 ራያ ራዩማ 🌾🌾
ቓፅሉሉ ደቅ ራያ ሽኮራት ❤❤❤❤❤❤❤
ራያ እዙው ዩኡ ባህልና አታ ደስ ምባልኹም ከርና ፋቕዐኩም ፀንሐ
እንካዕ ብሰላም መፃእኹም ❤❤❤ጡዑማት ላዛ ራያ ወለላ
ደስስስስ ምባሉ ባህሊና ምስ ሃይማኖትና ቓፅሉሉ ❤❤❤❤❤
ድቂ ራያ ዋ ፅብቅ ሰራሕ እዩ ቅልጥፍ ቅልጥፍ እልኹም ላአኹና❤❤❤❤❤
ብጣዕም ደስ ድዉል ስራሕ ዩኡ ቃፅሉሉ ራዮቶት ናባራቶዖም ❤❤
😢ደስስስስስስ ወሃለ ደቅ ትግረይ አየ ራያ የኔ ጣዕማምታት🥰🥰🥰🥰🥰🌺🌺🌺💐💐💐💐💐
ብጣዕም ደስ ብሃል ስራሕ ደቅ ራያዋ በርቱዑ
ጥዑማት ላዛ ራያ ራዩማ🌺🌷🌻🌹💐
አስይይይ ባህሉና ጥዕም 🥰🥰🥰
ትንሳኤ ቋንቋ ዕስራ ዓዲ ዋጅራት ዘግሃደት ድራማ
ኣቱም ሰባት ....