Milaw Tesfay (Naeda) ሚላው ተስፋይ (ናእዳ) New Tigrigna Music 2023 (Official Video)
ฝัง
- เผยแพร่เมื่อ 29 มี.ค. 2023
- Milaw Tesfay (Naeda) ሚላው ተስፋይ ጥቁየ (ናእዳ) New Tigrigna Music 2023
goo.gl/e32poa
@LihamMelody
/ lihammelody
/ liham_melody
/ lihammelody
unauthorized use, distribution and re upload of this content is strictly prohibited
Copyright ©2023 Liham Melody
#tigrignamusic #africanmusic #LihamTigrignaMusic #tigray #ethiopianmusic - เพลง
ባህሉ ዝፈቱ ላይክ👍 ንህዝቢ ትግራይ ሙሉእ ቅሳነት የሃቦ ፈጣሪ❤
Wow. 👌 God bless Tigray ❤
ዑነትም ፀሓይብራቅ!
🙏🙏🙏🌱❤🕊💛🕊❤✊✊
we
Pp
ኣቤት ወኒ ተጋሩዋኒ እንካዕ ካባኩም ተፈጠርኩ ዕድልቲ እየ ከም አነ ብትግራወነትኩም ልትሕበኑ Like ግበሩ❤❤❤💛💛
❤
❤️❤️❤️❤️🥰🥰🥰🥰💊😘
Mekuri hizbuw xahay brak
ት ግ ሬ ዎ ች ው ስ ጤ ናቹ 🥰🥰🥰🥰🥰👌👍ይ መ ቻ ቹ
ትግራዋይ ልኮነ ግጥሚ ትግራዋይ ልኮነ ዜማ ትግራዋይ ልኮነ ስራሕ ጸሓይ ብራቅ የቀንየልና ዕድመይ ጥዕናይ ይሃብካ። ተጋሩ መጻኢና ብሩህ ይግበረልና።
አሜነ
Mulu kisanet selam ywrdelkum Tegaru ahwatna🙏🏻🙏🏻🙏🏻❤️haftikum kab🇪🇷
Love from Sudan🇸🇩
We love you more
@@edomyeshegerua6137😊😊mpsmsma¡eነየጠሬሮጨፐፀ ጸቀሸሰለሀሀሀቨዠ
፣🎉
ilove sudan the second my house
Back yo sudan 🇸🇩 one love ❤️ our brothers
We love you more my dear family our second home 🏠 wish you peace to my 🇸🇩 people
ለካ ኣደይ ሓቃ ኢያ ዋጣ ክትፈቱ ብ ፍላይ እዚ ናይ ትግራይ ዋጣ ሰሚዕካ ዘይጽገብ ሰላምኩም ይምለሰልኩም ኣምላኽ ንሕና ኤርትራዊያን ንፈትወኩም ኢና❤❤❤
ንሕናዉን ንፈትወካ ኢና ዝሓወይ ሰላምካ ይብዛሕ
I am Yemeni and I love a song that runs and everything in it
ዓይኒ ፀላኢኹም ይደፈን ደቂ ትግራይ ❤️❤️❤️
Amen Amen 🙏
አሜን❤❤❤
ኣሜንንን ፫👏👏👏🥰
@@Rgat14 ኣሜን ኣሜን ኣሜን
Amem ✊✊✊🕊💛🕊❤
በሃልና ሲ ደስ ክብል አሰይ 😢😢😢 ብቻ ሲ ስቅ ኢለ ይነብዕ 😢😢😢😢 ሰላምኪ ይብዘሐለይ ዓደይ ትግራይ መዓረይ 💔💔 በሓቂ ናፍቅና 😢😢
😊
😊😊😊😊
😊
😊😊😊😊
አጆኺ ንብዓት ናይትሕጒስ
ናይ ሚላው ተስፋይ ደርፊ ብጣዕሚ እየ ዝፈትዎ ❤❤❤ ሙሉእ ሰላም ይግበሮ ተጋሩ ጀጋኑ የሕዋትና።
ሓውኹም ደላዪ ሰላምን ፍቕርን ስደተኛ ኤርትራዊ
🙏❤️
🎉❤❤❤
💖💖ኣጆካ💖
ንስኻዉን ሰላምካ ይብዛሕ ሓወይ❤
ደላይ ፅቡቅ ክቡር ሓውና ፅፅቡቅ ይሀብኻ🙏🙏🙏❤❤🕊🕊
ኣቤት ትድምጺ፥ ኣቤት ትናእዳ፥ ኣቤት ትወነ። ተጋሩ ሙሉእ ሰላም ይግበረልኩም። ጸሓይ ብራቕ ከኣ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ።
እንኳዕ ብሰላም መፃኻ ሚላወይ ሰላምን ቅሳነትን ንውፁዕ ህዝበይ 😢❤🙏
❤
♥️💛🎉🎉
ትግራዋይ ይዓኺ ይሞችውኻ❤❤ዘላኣለም ንበር
I love tigray people&music😍❤️from #Hadiyya🤝
❤❤❤❤❤yes
ትግራዮች ሠላማቺሁ ይብዛ እወዳቺሇለዉ 😘😘😘😘😘
አሰይይይይይ ጀግና ተጋዳላይ ፀሓይ ብራቅ እንኳዕ ብሰላም መፃካልና 🙏❤💛❤💛❤💛❤
ሰላምና ሙሉኡ ፉፁም ይግበሮ ተጋሩዋ ትግራይ ዓደይ💛❤️🌅
ትግርኛ አልችልም ግን ይህን ሙዚቃ ትርጉሙን ባቀው ምንኛ ደስ ባለኝ ግን ሳይገባኝ ደጋግሜ የምሰማው ይህን ብቻ ነውWooooo❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤💖💖💖💖💖💖😘😘😘😘😘✌
ከምዚ ዓይነት ወኒ ባህልን ዝፈቱ Like በሉኒ እሰይይይ ተጋርዋይ🥰🥰🥰
Lovely people #Tigray❤ I wish peace for u, from #Gamo #Arbaminch🙏
እንኳን ለዚህ የሰላም ዘመን አደረሰን 🙂❤️❤️❤️❤️
Amen ❤❤
❤❤❤❤
Amen #Amen Amen
Amen wedi adey ❤💛
አሚን❤ትግራይ አደይ ማአረይ ትግሬ ነው የማገባው ብየ አለሁ እስካሁን😢ጌታን (ሪም)ከወሎ😊
ብጣዕሚ ደስ ትብል ባህላዊ ሙዚቃ ንበረልና ሙላው ሓወይ💕💕💕💕
I love people of Tigray from Eritrean🇪🇷❤️💛
eritrea tigray ethiopia=1 divide politicians! As in all of Africa😉
Qqqqq
@@tsionkifele6913😏😏
Tgrea are brainless people on earth 🌎
ፀላኡኹም ዓይኑ ይደፈን ደቅ ትግራይ ሙሩፃት ዘርእ ♥️😘
እስይይይይይይ እቲ ባህልና እኮ ደስስስ
ክብል ተመስገን ናብዚ ኣብፃሕና ደቂ ትግራይ
ካብዚ ኩለይ ፅልማት ኩናት ተመስገን ፈጣሪ
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Mlue Selam ygberelna🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
አሜን ❤
Fak
ይበል ይበል ዘብል ስራሕ ❤❤❤❤❤❤❤
አሰይ ትዕድሊት ካባኩም ምፍጣረይ መመሊሱ ኩርዓት ይስማዓኒ ❤❤❤ትግራይ ዓደይ ሙሉእ ሰላም ራህዋን ቅስነትን ላአኪ ዓደይ ምስ ህዝብኪ ❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤ Des behali
_Love you tigray Adey♥ ኣምላክ ስደትና የሕፂሩ ብሰላም መሬት ዓድና የርግፀና አሜን♥_
ሚላው ጅግና እንኳዕ ብሰላም መፃእኻ
እሞ ፍትሒ ንብፆትካ ኣካል ጎደሎ ስራዊት ትግራይ😢 ሓሳበይ ዝደገፍኩም ላይክ ግበሩ
Tegaru the Sparta of 21st century. You defy the odds. You are the beacon of free and heroic people with dignity like your ancestors. Beautiful people and culture!!😍
Yes indeed we are the unbreakable resilience people we beat all the odds thank you for your truthful words ❤️🙏
@@user-yx5tm1tt9i😊
This is beyond beautiful. Amazing ❤
ተጋደላይ ከያኒ ሃገረ ትግራይ 🙏❤💛
Amhara bihonem I love Tigray music
ተveዳ አሽቃቫጭ
ሰላማችሁ ሙሉ ይሁንላችሁ ትርጉሙ ባይገባኝም በጣም ነው እማደንቅህ
ተጋሩ እኮ ፍሊያት ፍጥረት እና እካዕእቲ ካባካትኩም ተፈጠኩ ፀላኢኩም ዓኑ ይፍሰስ ደቅታ ሓላል መርየት Love ❤ተጋሩ ዋይ❤💞💞💞
ሰላምኩም ይብዛሕ ህዝቢ ትግራይ 🙏❤️
ፍልይይ ልበለ ብስሩ ሳዕስዒት ልባዕሉ ናብ ኻሊእ ላተቀየረ ነይሩ ኣብዚ ግን ፅቡቅ ኣሎ ብጣዕሚ ኢና ንፈትወካ ❤ ሚላወይ ልኹሉኹም ተጋሩዋይለ ሙሉእ ሰላም ኾይ ኹሉ ናብንቡር ክምለስ ፈጣሪ ይሓግዘና 🙏
ህዝበይ ሰላም ንዓኹም ይኹን 💛❤🙏ተናፈቅቲ
ተጋዳላይ ሙላው እንዃዕ ሰላም መፀኻ በዚ ጥዕም ጭራኻ ሲስ ክንብል ድማ ፅቡቅ ስራሕ ❤❤
እንኳዕ ብዳሓን መጽኻ ጅግና ፅብቅ ስራሕ እዮ ትግራይ ንዘልኣለም ትንበር 🙏❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤💛💛💛💛💛
ኣየ ዞመሕዋተይ ኩሉ ትኽእሉሉ ምቁራት ዓለም!! ቅድሜኹም ይድፈአኒ
ኣሰይ ኢቲ ባህልና እንካ እኮ ተጋሩ ኮና እንካዕ ብሰላም መፃካ ጅግና ወዲ ትግራይ ሃየ ነተባባዓዮ ተጋሩዋይ ናይ ኣሓትና ሸር like ኮሞንት ኣይንሕመቅ ተጋርዋይ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ሚላወይ ጥዑም ድምፁ ብሕልፊ ዝፈትወካ ጎይታ ድምፂ ህዝበይ ለዋህ💊💖 ናዓካዶ ኩናት ዓክ💔
one Love Tegaru❤💛
ሙሉእ ሰላም ንሃገረ ትግራይና❤💛
You forgot the green flag hun
ባህለይ መኹርዕየይ ናፊቐ ናፊቐ እወ ወደይ😥ኣምላከይ ስደትና ኣሕፂርካ ብሰላም ላፍታ ቅድስቲ ሃገርና መልሰና🙏
ኣሜን ኣሜን ኣሜን
እንኳዕ በሰላም መፀአኩምልና ደቂ ዓደይ ናተይ 😢😢😢 ናፍቅናኩም እንበር ዓደይ ትግራይ ሰላምኪ ይብዘሐይ ትንሳኤኪ የርእና ሰላም ለትግራይ ምስ ህዝብና አሜን አሜን አሜን 🙏🙏🙏🙏
ኣሰይ ፀላኢ ዓይነኽም ይፍሰደስ ደቂ ትግራይ ዓደይ🎉❤
ዋው አቦ ጥብብ አቦ ጭራ ወጣ እንኳእ ብሰላም መጻካ ናፍካና ነርካ ብሉፀይ ወዲ ትግራይ best song brother ❤️❤️❤️👍👍👍👍🙏🙏🙏🥰🥰🥰🥰😊
I am oromoo Tigiray I love you
ህዝበይ ሓላል ምሉእ ሰላም ይግበረልካ ፈጣሪ ደላዪ ሰላም ደላዪ ፍቕሪ😥 ዕድመና ጥዕና ይሃብካ ሚላወይ ብሉፅ ስራሕ ከም ወትሩ❤💞🙏
ትግራይ እድና መሊኡ ሰላም የምፅእልና እሰይ እስይ ደቂ ትግራይ ኩሉ ትክእልሉ ኩሉ የጥእመልኩም ❤❤❤
ብጣዕሚ ፅቡቅ ስራሕ እዩ ሚላው ሓውና ቀፅለሉ ዛሓወይ 👌❤️🙏
ተጋሩዋይ ሓደ ክንዲ ሚልዮን 3ይ ዓዲ
Tigrean the most resilient people on planet Earth, Love you, my beautiful people
እንካዕ ዘመነ ናይ ሰላም ተስፋ ኾነ
ልህዝብና እውን ሙሉእ ሰለም ይግበረሉ
ዝገርም ስራሕ ሙላው ዓርከይ ቀፅለሉ
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Milaw is always talented. Love from Sudan
እንካዕ ብስላም መፃካ ጥዑም ድምፁ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
My people always shining bright like the moon. 🙏🏽
ምልከት ጭራ-ዋጣ ናይ እዙ ወሬዛ ኣዝዩ ኢይዩ ዘደንቐኒ 🖤
ግርም !! ጥበብ ትግራይና 1 ብርኪ ንላዕሊ ሓፍ ንኽብል ንእተብርክቶ ታሪኻዊ ጥበብ ፈጣሪ ይባርኽ ።🙏
Really speaking i listen this music 6times in a day.
I love tigray people with their truth culture.from Bah rdar
😢
ግን ቆምጨ ሌባ ምቹ እጭ
I’m with you!!! I have been listening to it gazillion times!It stirs my Spirit😢
@@dwam6114 ባለጌ ለማኝ አንተ የትግራይን ህዝብ አትወክልም
God bless you all ጀጋኑና ጎይታይ እግዚአብሔር እድመን ጢዒናን ይሃብኩም ደቅ ትግራይ ዓደይ
💗💘💖💖💖ኣምለክ ሙሉእ ሰላም ይግበርልና💖💘💘💗ኣሰይ ትግራዋይ ኩሉ ዘጥዕሙሊ💘💗💘💘💞🌾🌺
ኣቤት ድምፂ 100% ሚልየ ጎይታ ድምፂ ወድ ህዝቢ ብጣዕሚ ኢና ንፈትወካ 😢 ዓደይይይይይይ❤️💛❤️💛❤️💛❤️💛💒🥰🕌✅
እሰይ ደስ በሃልቲ እግዚአብሔር ይመስገን እንኳዕ ትግራወይቲ ኮይነ ተፈጠርኩ 💪💪💪👏👏👏❤️💛❤️💛❤️💛🙏
ትግራይ ዓደይ ሓላለይ ❤️💛❤️🌏❤️🔥
ሰላምኩም ይብዛሕ ሓላልልል ህዝብና❤❤❤❤
ናይ ሕማመይ ዕድመን ጥዕናን ይምነየልካ, ተስፋ ይገብር ድማ ብኣካል ተራኺብና ሹሽ ክንብል.
ተጋሩዋኒ ❤❤❤ተመስገን 😢 ሰላም ንህዝብና😘😘😘
ሚላው ጅግና ብዓድን ደገን ትግራዋይ እካ ብሓቂ።❤❤
እንካዕ ደሓን መፃእካ ፅሓይ ብራቕ ጅግና ወዲ ህዝብ
ኣታ መድሓኒት stress የቐንየልና ወድኖ እስኻ ማለት ታይ እሞ መግለጺ የብለይን ዕጡቅ ትግራዋይ ሙሉእ ትግራዋይ ሙሉእ ተጋዳላይ ሙሉእ ደራፊ ሙሉእ Dr ኢኻ ሚላውእዋይ እስቲ ኣፍታ ሓላል መሬት ትግራይ ዓይኒ ልዓይኒ የጋንየና ፍጣሪ ❤🙏
ሚላው ዓይነይ ንስኻስ ንበረልና ባህልና ንምግላፅ ዝተወለድካ፤ዓድኻ ንከይትድፈር ተቃለስካ ቡሩህ ወዲ ትግራይ።
ሽረኒ ንዓ ብዓለይ ኩሉ ወፃኢኻ ፤ወዲ ዓደይ ዛይድ ልቡ ❤️❤️❤️❤️።
ኣብ ጓይላ ትግራይ መንእሰይ ምንሽርን ሸቲትን ኣይትዘንግዕ ትግራዋይ ምስ ዝናሩ ዝኽበር ዝምእርግ።
ደቂ ትግራይ ኢና።።።።።።🎉❤❤❤
ሚላወይይ ፁሩይ ዓለም ትግራዋይነት ኩቡር ማንነት እንካዕ ዳሓን መፃእካ ጅግናና ኩሉ ዘጥዕመሉ ተመስገን ኣምላኬ እንካዕ ናብዙይ ኣብቀዐና ትግራይ ዓደይ ሰላምኪ ይብዛሐዮ❤❤❤💊💊💊❤❤❤💪💪💪💘💘💘
ካብ ቲክቶክ ሰሚዐያ መፀየ እንቋዕ ብደሓን መፃኻ ሙላው ጅግና ወዲህዝቢ❤❤
We love Tigray and Tegaru from Somaliland ❤❤❤💛❤💛
I LOVE MILAW This comment given from gondar
Yane wudoch sewadachuh tegere balagaba yekochang naber❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉
እስይይይ እካዓ ብስላም መፅካ ጆጋኑ ደቅ ትግራይ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
እሰይ ግዜ ኣብልፀልመትና ሃም ፅሓይ ብቀ እልካ ሃልዋት ህዝብና ዘብስርኽልና ጀግና ሓወይ ሰላም ወስኹ ይግበረልና ህንደይ ይጥዕም እቲ ሰላም ስ እፍፍፍፍፍ👍👍👍❤❤❤❤❤❤
ዋውውው እንካዕ ብስላም መፃካ ሚላወይ ጅግና ወዲ ሪመይ❤💛🥰👌
I am from Canada 🇨🇦 I love tegaru❤❤❤❤
ሚላዉ ብሉፅ ናይዚ ዘመንና ፈታዊ ባህሊ👏
ካብ ምቅማጥካ ዘትስእ ስራሕ። ጽሩያት ፍጥረት!!!❤❤
እስከ ደገፍቲ ህዝቢ ትግራይ
👇 ርገጹ
እፍፍፍፍፍ ናፍቆት😢 ዓይኒ ፀላኢኩም ይደፍን❤
ቀዳመይቲ ባዕለይ ኮመንቲ ብድንግላ ሚላው ተስፋይ ንሽአላህ ናይ መፃኢ ጥሪ አብ መርዓይ ክትመፀለይ💗ብጣዕሚ ካብ ዝፈትወካ ጋል ውቅሮ ድያስፖራ ሱዑዲ አረብያ💛😕
❤❤❤❤
ትግራይ ምርጥ ዘሮች 🧡💛 ስወዳችሁ እኮ ውስጥ ናችሁ ሰላም ይብዛላችሁ❤❤
Egnam enwadehalen ❤
❤❤❤❤
❤❤🎉🎉🎉😊
Love you 😘❤❤❤🎉🎉🎉
አሜን አሜን እናመሰግናለን ❤❤❤
እንካዕ ብሰላም መፃካ ሚላው ጅግና♥💛🙏
ዋው ጅግናና ቃል የብለይን ብዘይ ቀላዓለም አብ 10 ደቒቓ ውሽጢ ብዝገርም ብቕዓት ንህዝቢ ትግራይ ንመሬት ትግራይ ገሊፅካዮ ❤️❤️🙏🙏 ብዙሓት ሰብ ጥበብ ካባኻ ከም ዝማሃሩ ኣይጠራጠርን
ምላው ሓወይ እንካዕ ብሰላም ምፃካ !!!!
🥺ሰላም ንውጹዕ ህዝበይ😢💛❤ ጽቡቅ ስራሕ ወዲ ሪመይ❤
ተመስገን ጎይታይ ሙሉእ ሰላምይግበረልና ተጋሩዋይ❤❤❤❤❤
ድምፃዊ ምላው ተስፋይ ብዓል ስሑል ጎሮሮ
ድምፂ............ 100%
ግጥሚ.......%
ዜማ........100%
ባህላዊ ኣተኣልልያ ...100
እኳዕ ሰላም መፃእካ ብፃይ ሚላው ሰሚዕካ ዘይትምኖ ደርፊ በኡነት ኣድናቒኻ እየ ❤❤❤❤❤❤❤
ሚላው ዝፈቱ 👍👈❤🙏😘
እታ ህዝብይ ንስካ ዶ ትብድል 🥰🥰🥰🥰ምሉእ ስለም ይግበረልና
ትግራዋይ ግጥሚ ትግራዋይ ዜማ ደስበሃሊ።
እንኳዕ ብዳሓን መፃእካ ጅግናና ❤❤❤❤❤