ሜርን VS ምስ ትግራዋይ ራንዶብ l ሜሮን ሳት
ฝัง
- เผยแพร่เมื่อ 15 ก.ย. 2024
- @DEHAY TV @ZENATIGRIGNA @zarafltet @solomedia9376 @AlenaWaltaHager @fnanappinfotech @DrSharonWoldu @neshnesh_show @EriOneTouchEntertainment @MahdernaEntertainment @MahderPro @zomaychannel @erisat @eritv @meronsat
ራዶቭ ካብ ትከላኸል እንድሕር ሓቂ ኣለካ መልሲ ብግቡእ መልሰሉ ንዝሓተተካ እዚ ኣነ ኣይፈልጦን ትብል ተኮይንካ ግን እንታይ ክትብል ደኣ መጺካ ብርጌድ ንሓመዱ ግን ኤርታውያን ኢዮም ናትካ ደገፍ ኣየድልዮን ኢዩ ብዙሕ ስራሕ ኣለኩም ተጋሩ ኦቨርታይም ሰሪሕካ ህዝብካ ጠምዩ ኣሎ ሓግዞ።
ሜሪ ብጣዕሚ ብሱል ሓንጎል ኢካ ትውንን 🎉🎉❤❤ራንዶቭ ክትፈልጥ ብዙሕ ዝተረፈካ ኣሎሞ ታሪኽ ንበብብ ኢካ ብክብረት ምዝርራብኩም የድንቀኩም ቀጽልዎ ሰላም ንኩልና🎉🎉🎉❤❤❤
❤
ሜሪ ውን ገለ ገለ ናይ ሓበሬታ ጉድለት ኣሎ ንኣብነት ኣነ ካብ ሜሮን ንላዕሊ መልሲ ኣለኒ
ሜሪ ሑቡን ኤርትራዊ ኣጆካ ኣንበሳየ🙏🙏🙏👍🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪❤🎉
ንመጀመርታ ግዜ ፍቅሪ ዘለዎ ዕላል የዕልሉ ኣለዉ ብሩካት ዕድመን ጥዕናን እስከ ያሃብኩም ሜሪ ወዲ ኤረይ ❤❤❤❤
Meron you are narowminded minded don’t answer for the sake of answer reality the condition of Tigrai and Eritrea is very big different
@@ghebremedhinguangul9330 what condition? And who brought that condition in Tigray? When did your Tigray start the condition they are now?
A person who live in glass house doesn’t cast stones at others!!
Oh btw Eritrea also suffered more than Tigray ever suffered!! If you want to compare the suffering and bad conditions be my guest.
ወዲ ትግራይ ሓላል ፅልኢ ዘይፈቱ ኣቱም ሰብ ንፍቅሪ ዘሙሩ ❤❤
ssik bel jelfaf menke wgie yfetu
I love your open minded conversations. It doesn't matter your political understanding. You respect each other professionally. Keep it up. 👏 👏 👏 👏
ኤርትራዊ ተላዓል ለብም ብስምና ሽቐት ይገብሩ ኣለዎ ጭሩሖና "ኤርትራ ን'ኤርትራውያን"።🇪🇷 ሜሮን ኣጆኻ ቀጽሎ ስራሕካ ኣዕቢዮ ድማ ካብ ክንደይ ከዳዓት ትሓይሽ ብሽም ቃልስና ንፍትሒ ከደምቲ ተጋሩ፣ኢትዮጲያ፣ዓረብ.....etc
እቲ መጀመርታ መዓልቲ ንዑ ክንረዳዳእ ብምባል ነቶም ናይ ኤርትራ 8 ምስ ቀተልዎም እያ ተጀሚራ።
❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷 My love Eritrea 💋💋🇪🇷🇪🇷💋💋
Thank you, Merona. You are truly the best; the only person without any agenda, not driven by money-grabbing tactics that mislead the public like other channels. Your voice resonates with Eritreans who stand with the oppressed and for the land of Eritrea. Like Moses from the Bible, your voice will be heard. We appreciate your amazing work, and you are an inspiration. Eritrea needs individuals like you. Eritrea is for Eritrean. God bless you, Merona.
Love you.
From Asmara Eritrea.
ሜሪ ኣድኒቀካ 100% respect you are so smart
Wedi k'l'l ka sle zkone diu hhhh ala deki asmera melhas tadilkum ember qumnegers sala sdet temazazina ina bzuh mbelna gn? !
ተጋሩ ውን ጫማ ኣይነበረኩምን ወይለይ
@@honorscore629siq endo bel ,deqi Asmera mfllay aytemeharnan kemzi kemaka gin tmhrti zeyblkum b awraja kithasbu seb tfelalyu.Eti riiskum kea nrio alena wala ab qedamay alem endateqemetkum
Wedi Asmera texlika kab ertra kitwexi tray eyu zeleka,abu adna sle zkhone.
@@a.m.k5967 Wedi asmera leli sebu aytemahren etom mhuran zbhalu wn hanti kefryu aykelu iyom deki harostot y nefue bzey qelalem wedi asmera jahra fekera taebit annet kale asmera tmeskr gezawti asmera ketehedsu deytkelu b wedi tinbin ab ab adi abeyto sne amrawi tena zhaxrekum eskum do aykonkumn kab manm eritreawi feliyu wey ablixu zrakum mrahi wey mngsti yelen kem sebka trgex mesel yeblka eka da agelgeltu ygebrekum hgdef asmzmirino zeymno enda bele hhhhh
እዞም ተጋሩ ፓለቲካ አይፈልጡ ቃልሲ አይፈልጡ እዚ ፋራ ትግራዋይ እታይ ክብለና ጸኒሁ ኤርትራ ተቃዋሚ የብልናን ክብለና ጸኒሁ እወ የብልናን ናይ ኤርትራ ተቃዋማይ አብ ትግራይ ደለዉ ኢሊታትን ጃዳ ወያነ እዩ አርባእተ ነጥቢ Viva. Viva. Eritra. 🇪🇷🐪🇪🇷💪🇪🇷🐪🇪🇷💪🇪🇷🐪🇪🇷💪🇪🇷🐪🇪🇷🇪🇷
Meron we are really proud of to represent Eritreans.i like the peaceful discussion.
አቤት ልቦና ሰርዓት ትግራዋይ ጅግና🥰❤
Profesional, knowlege and wisdom is Meron. I appreciate all your video even the jokes. You are young and very informal. Great debate. Wedi TIGRAY- respect.
ራንዶብ ንፉዕ ከም ትግራዋይ ህዱእ ለባም ሰብ ኮይኑ ረኺበዮ ።
Wow meri I keep surprising again and again I can't believe how amazing you are ERITRIN Ayney ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ኩሉ ድሕሪ ሀገር መይሮን ሐወይ ቀጽሎ ኤረትራዊት፣፣🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤👍👍🙏
ወድ ትግራይ ወርቂ ❤❤❤💊💊💊💊💊💊💊💊💊💊
ብጣዕሚ ደስ ዘብል ክቲዕ 👍🏾 smart young guy’s
ሜሮን ጅግና❤❤❤
Yes he is my lovely erterawe he is amazing erterawe 🎉🎉🎉😂😂😂😂❤😂😂🎉🎉🎉
🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤
ብዓል ሜሮን ባድመ ቅድሚ 91 ንወያነ ብኢሰያስ ከም ዝተዋህበቶም ኣይፈልጡን እዮም። ወያነ ብህያብ እምበር ብወራር ኣይሓዘታን
በጣም ምትገርሙ ናችሁ አገር እንሁን አላችሁ ሄዳችሁ :: እንዴት አብራችሁ ተርዋጋችሁን ባድመ ላይ ትግራይ እኮ በኢትዮጵያ ስር ነች ::
በትግል ጊዜ የነበረ የወንድምነት ግንኙነት እኮ ወያኔ በኢትዮጵያ ስር እስከሆነ ድረስ እንደ ድሮ አብሮ መነገድ አብሮ መሰረቅ አይቻልም:: የኤርትራውያን ቡና ኤክስፖርት ከኢትዮጵያ በላይ በአለም ገበያ ስታቀርብ ሌላው ገንዘብ አይፈልግም? እነሱ ከኢት. ተባረርን ሲሉ ከአሰብ ከአስመራ ላይ ያባረሩትን ሲያወሩ አይታዩም:: ወያኔማ አገር ገንብቶ አሳየ ህዝቡን አብልቶ እድገትን አሳይቶ:: ሻቢያ ምን ሰራ ? :: ህዝቡን አስጨርሶ : አገሩን እስር ቤት አድርጎ:: ትግራዋይ 1ሚ የሞተው አገሩ ሲወረር ሊያድን እየተጋደለ የሞተ TDF ጀግና ነው:: ሊዘርፍ የመጣው ሻቢያ ምን ሊያደርግ ሄዶ ሞተ ብላችሁ ልታረዱ ነው ?
ትግራይ አደይ ,ያዉቃል አዉቆ ነዉ 😊🎉
ሜሮን ንባዕልካ 100% ደጋፊ እዚ ፍትሒ ይንገስ ምልኪ ህግድፍ ይፍረስ ዝብል ማዕበል ወይ ንዓቢ ደጋፊ ወይ ኣባል ዲካ? መልስካ ክስንዕ ምደለኩ።
በዚ ትግራዋይ ዲዩ ራሻዊ ኣሜርካዊ ደገፋ ብምሃብ ከም ስነ ጥበባዊ ኣበይ'ዩ እቲ ጌግኡ።
ተስፋ ዘለካ መንእሰይ ኢካ ተንታኒ ኩነት ኢካ፡ ብዛዕባ ህግድፍ ዝብልዎ ኢካ ትድግም ዘለካ።
እቲ ኢጥራን በጥራም ፖሎቲካዊ ፕሮፖጋንዳ ይትረፍካ።
ክልቴኩም ንፉዓት ናይ ጽባሕ ረብሓታት ህዝ ኩም ዘግድስኩም ኢኩም ትመስሉ።
ንህግድፍ ብምንም ምክንያት ከነማካየሉ ምስ ወየንቲ ዝእክሉ ኩሉ ሜካታት ተጠቒሞም ንኢትዮጵያውን ብዙሕ ውዕለት ዝከፈሉ ምስ ህግድፍ ነታ ሓንቲ ዩኒቨርስቲ ዝዓጹ ንክልተ ወድባትና ዝዕኑ፡ ንህዝቢ ናብ ኩናት ፋብሪካ ጥራይ ናይ ስልጣን ህርፋኑ ዝሰርሕ ንህዝብታት ዘዋቕዕ ስርዓት ኣብዛሓ ውድባት ሰልፍታት ዘኣምን።
ዓማጺ ስርዓት ከም ዝኮነ እንድሕሪ ፈሊጥካ ኣብ ርእሲ ደርጊ ኣብ ርእሱ ጀብሃ ዝገበሮ ዓወታት እዝንና ኣጽሚሙ ሕጂውን እዕንትና ኣዒሚቱ
ሓንጎልናውን ብስንዒት ቅያታት ናይ ዘመነ ገድሊ ኣድንዚዙ ኣፍዚዙ ዝገብሮ
ከንቱ ህዝባውን ሃገራዊ ዕንወትን ሽለል ብምባል ይርገጸና ምበር ናትና'ዩ ኣይንንጽጎን ጃብ ዝብሉ ጥሪት ህግድፍ ኪትውጽእ እምሕጸነካ።
ጩራ ተስፋታት ግን ይርእየልካ
ንሕጂ ብዘይ ስበ ጥበባዊ ትግራዋይ 2 ብሓደ ተሳዒርካ ጽቡቕ ጸውወታ ግን ኣርኢካ ኣጆክ በርትዕ ሜሮን ወደይ።
ደጋፉ ብርጌድ ንሓመዱውን ስነ ጥበባዊ እንካን ንጊሬቤትካስ ክሳብ ራሻን ቻይናን ምካድ ኢሳያስ ደግፍ ንምርካብዶ ኣይኮነን።
ምትሕጋጋዝ ምድግጋፍ ምስ ጎረባብትካን ዕኣለምን ከ በየባይ ዓንቀጽ እዩ ዝተከልከለ።
እዛ ዓማጺትን ዓላቒትን ህግድፍ ዝዘራእቱ ጽቡቕ ግጥምያ ኣስሚኢካና ስነ ጥበባዉ ትግራዋይ በርትዕ።
ቅድሚ ወየንቲ ኣርጊት'ዩ ቅድሚ ወየንቲ ክጥፍእ ኔርዎ።
ሜሮን ወደይ ንኤርትራ ኢሳያስ ስልጣን ንምጭባጥ ጥራይ'ዩ ተጠቒሙላ ብዛዕባ ስልጣኑ ኮይኑ
ፖሎቲካዊ ዕጥራን ሽጣራን ፈጣሪ እዩ ንጸይቂ ምካኑ ግን ዘካትዕ ኣይኮነን።
ብጣዕሚ ንፉዓት ፡ ጽቡቕ ዝርርብ ከምኡ ቀጽልዎ ክነሕግዘኩም ኢና
ራዶ ኑፉዕ ትግራዋይ❤❤❤
Tegraway😂 not Eritrawi he should sing for his own people and government
You paid on it stupid
ሜሮን ፍልጠት ትጎድለካ ኣላ። ጉዳይ ምጅማር ethio-Eri ኩናት ምዝጉብ ጥሪኽ ኣሎ፡ ኤርትራ እንታይ ዕቅሚ ኔርዋ ክትጅምሮ፡ ካልኣይ ሕውሓት ኣስመራ ክናቱ ኢና አላ ሽዕብያ ግን መሬትና ኪንከላከል እዩ ኢሉ ።ብሕቂ ኪትፈልጥ ትደሊ ተኾንካ ጭብጢ ኪሰደልካ እየ።
መሮን ናይብሓቂ ቡሱል መንእሰይ ማለተይ ስለሓቂ ምዝራብካ❤❤❤
በጣም ምትገርሙ ናችሁ አገር እንሁን አላችሁ ሄዳችሁ :: እንዴት አብራችሁ ተርዋጋችሁን ባድመ ላይ ትግራይ እኮ በኢትዮጵያ ስር ነች ::
በትግል ጊዜ የነበረ የወንድምነት ግንኙነት እኮ ወያኔ በኢትዮጵያ ስር እስከሆነ ድረስ እንደ ድሮ አብሮ መነገድ አብሮ መሰረቅ አይቻልም:: የኤርትራውያን ቡና ኤክስፖርት ከኢትዮጵያ በላይ በአለም ገበያ ስታቀርብ ሌላው ገንዘብ አይፈልግም? እነሱ ከኢት. ተባረርን ሲሉ ከአሰብ ከአስመራ ላይ ያባረሩትን ሲያወሩ አይታዩም:: ወያኔማ አገር ገንብቶ አሳየ ህዝቡን አብልቶ እድገትን አሳይቶ:: ሻቢያ ምን ሰራ ? :: ህዝቡን አስጨርሶ : አገሩን እስር ቤት አድርጎ:: ትግራዋይ 1ሚ የሞተው አገሩ ሲወረር ሊያድን እየተጋደለ የሞተ TDF ጀግና ነው:: ሊዘርፍ የመጣው ሻቢያ ምን ሊያደርግ ሄዶ ሞተ ብላችሁ ልታረዱ ነው ?
Meron meron Waw Waw what an intelligent young man ❤❤❤❤
How? Can you explain to me. What did he do until today just talking like education person he must try to change something "alright mom lol" embarrassed people really!
@@honorscore629ቆማል አጋመ ፎ እራይ ምራይ
@@Jerry-g1qkomal hamasien
ብረጌደ ንሓመዱ ጀጋኑ ናማንኻ ወድ ዓደይ ሓላለ 💛💙💛💛💛 ኣጀኻ ቀፅለሉ
ነዚ ምምጻእኻ ዝቃለሱና ዘለዎ መነመን ምኻኖም ንምፍላጥ ነቶም ዘይ ፈልጡ ክፈልጡ ጽቡቕ ኢዩ፣፣ ይኣኽሎ ሜሮን ኣፋንዎ በጃኻ ንጌታቸው ደዊልካ ንዓ በሎ፣
Absolutely true
ወያነ ኣይወረረትን እቲ ፍርዲ ኣንብቦ ሜሮን ዜና Eri-tv ንድሕሪት ተመሊስካ ስማዕ።ኣምሓራይ ኦሮማ ኢትዮጵያዊ እዩ ትግራይ እውን ኢትዮጵያዊ ት እያ።ስለዚ ትግራይ ክትውረር ከላ ምሉእ ኢትዮጵያ ክዋጋእ ግድን
We have respect our Land Eritrea too.
ኣብ 1999 ሕውሓት ካብ ኤመሪካ ሓገዝ ገንዘብ ናጽዋር ተቀቢላ
Good job merry proud to be your sister
ሜሪ ሕብን ኩል ግዚ ኣብ ጎንካ❤❤❤👍👍🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Wow mrone you are amazing thanks my haro erterawe 😂😂😂🎉🎉😂😂😂😂😂😂😂😂❤❤😂❤😂
መጀመረያ ኣናግሮ እዝ ውድ ድሕረኡ ለ ሓድ ምልየን ሰራውት ኣይኾንይ ድብዝሕ ድውሽጥ ዓድ ህፃውንት ትረሸኑ ኣረጋጉት ትረሸኑ ሽማግለታተ ትዕመፃ ህፃውንት ድዕሙፁ ሕደገና ኣይትቀስቀሰና ኸዝ እዞም ጨካና ሕልና ኣልቦ 😥😥😥
O my God Meron hawey, I am so proud of you bro.
We need more youngsters like you with a deep and smart mind set Merry hawey. Keep up the good work honey❤
Starting with the whole content- I dont know if anyone is going to read this comment but the two characters are totally different. The one with the Eritrean flag is being himself to analyze the war the second is a stereotype! One is trying to discuss the ideas widely and the other is searching for matters of why the glass broke! by The way IQ of these two individuals has a huge difference.
Even thou I agree with the whole intelligent critique concept you provided, it’s not about IQ intelligence nor ideological differences,, the FACT AND TRUTH always dictate any ideology or IQ in my humble opinion. Thanks have a blessed day night. Cheers
I appreciate your note and compliment and i totally agree with your point. As long as truths and facts are being hijacked for polotical and systematic purposes, I believe time will reveal all colors.
@@AlenaRiyadh thanks again I respect the insight of your perspective hence as you mentioned “time 🕰️ will reveal all colours” and the clocks ⏰ is ticking, youth are being manipulated and attracted by outrageous lies and misinformation, but the sad part for me is when the someone side’s with his/her ethnicity or tribal background distorting reality and fact just prove his/her tribe is better than the rest,, regardless the truth and factual evidence. The young guy who said he was a musician is that kind of person (as you stated in your first comment stereotypical) I don’t bleak him or anyone like him a blame the person who raised him, even he admitted that in that video by saying my Father told me this and that,, that shows the environment or culture he was raised at. And the worst part of all he should grow beyond that, or educate him self to be better man by now as I believe he is somewhere in the west where education is free!!! Thanks for having a mature conversation bro be safe!!!
@@sugartem1i totally agreed with you❤
እዚ ወዲ ጸቢብ እዩ ርእሱ፡ እንታይ ገራትኩም ሕውሃት ቲብል ሲ ወያነ ደይኮነን ሰላማውያን ሰባት ሰጉጉ፡ሻዕብያ ከሙ ኣይገበረን፡ ተወሳኺ ወያነ ደይኮነን ኣብ ሓለዋ ዶብ ኣንቢርና ዘሎ፡ ኣብ ሓቂ እባ ንዛረብ ነብሲ፡ ዝዓበየ ሰሜናዊ እዚ ናይ ኢትዮጲያ ኣብ ዶብ ኤርትራ ወያን ዘይኮነን ኣቡ ኣቀሚጥዎ። ሜሪ ከኣ ኣይጸቀጥካላን።
It is in2018 erob teabi kab Eritrea
ሜሪ ዓቅሊ ኣለካ፡
እዚ ትግራዋይ ሓቂ ኣይፈልጦን ኢዩ።
Meron wedi Haki❤
Meron wedi Rimey Gigna❤
ራዶቭይ ጅግና❤
ባዮዝድ ኢዩ እዚ ትግራዋይ ደረጃኻ ኣይኮነን ሜሪ
Meri nay bahaki Eritreawi ❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ሜሮንሲ ኮለል ዝብል ዘሎ ናይ ኤርትራ ጉዳይሲ አይምልከተካን እዩ ዝብሎ ዘሎ ራንዶብ ዘይትርድኦ
ወዲ ትግራይ💋💋💋
Ata ezom tgry si kemey yom kolel kemey zblu yom nkeyrdu ka ysemuka
Ni haki aysemakun ayrakun elom yregxuw
Klom di yom hade tuy yeblomn
Lbi tgray kbhal megedi Haki u ente tazibkayo eti megedn zerobomn tegbaratomn hasabomn hade
🤯
Meri ka krudka aykulun yom ezom
Kemzi gerka ktekalom gn xubuk I kemey aynet seb mkanom yfelt eti seb zeyfeltom
Bravo Bro 💪
Behaki xbuk Meron hawina❤ Egziabher xegu yebzehalka🙏
ትግራይ ኢትዮጵያ እያ ።መጭበርበሪ ባዲመ ኣይኾነን ሸግር ኢሉ እዮ እቲ ዓሻ መራሒ ኤርትራ ።ኣንታ ከመይ ዝበለ ደንቆሮ እዮ ኢህወደግ ይባሓል እዙይ ደንቆሮ ብቀደም ዝሓሰብ እዮ መታለሊ ኣበይ ኢኻ ኔርኻ በሎ ነዙይ መሮን ዝባሓል እዮ ትግራዋይ ኾይኒ ነሐቂ ከቃለሰ ይኽዕል እዮ።እዙይ ሜሮን ዝባሓል ደንቆሮ እዮ ዝዓረገ ኣእምሮ እዮ ዘለዎ።ባዓል ሻዒቢያ መልሓሰ ጥራይ ኢዮም።
Lack of Education is what we see in the festivals . The world is watching.
Merry the great i like ur idea ,the way u express .just keep it up ur amazing work .
Meri hero✊🇪🇷😊
ዋላ እዞም ነኣሽቱ ተጋሩ ኢዮም ተመሪዞም ብሕውሓት።
ጽቡቅ ኣለካ ሰልፊ ወጽዮም ነይሮም ኣብ 2018
ኣንታ እዚ ትግራዋይ ማንጁስ ብጣዕሚ ነዞም ሓሰውቲ ሕዋሓት ኣሚንዎም!
ንገረለይ ወያነ ሓሰውት እዮም!!
ሜሪ ሓወይ ዕድል ሂብካ ኣኽቢርካዮ ክብረት ይሃብካ ዝሓወይ.እንታይ ኣእተዎ ብዛዕባ ኤርትራ ሃመማ ኮይኑ እምበር እንታይ ዘጥልቕ ኣለዎ.ዓወት ንሓፋሽ!❤❤❤❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
👎👎
ጋልዛ ተርፍ ደርጊ🤑🇪🇷🤑🖕🖕
😂😂😂😂😂😂ሌባ አዲግ
ሕዋህት ንኢትዮጵያ ኖርማል አዲ ልገበራ ውድብ እዩ ካብ ፀልማት አውፂእዋ እዩ እሱ እዩ እቱ ሀቂ
ንምንታይ ኢኻ መሮን ንለውጢ ኣብ ውሳነ ንዝኣተው ብርገድ ንሓመዱ ትቃወሞ ዘለኻ ብኸይ ከ ንደገፍቲ ህግደፍ ኣብ ጎኖም ትኸውን ንእሰያስ ይቃወሞየ ድማ ትብል ኣበይዪ ዘሎ እቲ ተቃውሞኻ እንተዘይ ተጋግየ ላጋ ላጋ ኢኻ
ስቅ በል መሐይም ቆርቆሮ
መሮን ንበርገድ ንሓመዱ ኣብ ቅድሚት ዘይ ፈትወም ሰባት ከም በዓል ውፉይ ይኩኒ ካልኦ ስለ ዘለዉ ብሰንኩም ኢዩ ዘይ ድግፎም እዚ ከኣ ጌጋ ኢዩ።እንበር ኣብ ናይ በግደን ንሓመዱ ኣኬባታት ከይዱ ሓሳቢ ሂቡ ዝነጸጎ የሎን ብደገ ኢዩ ስቅ ኢሉ ርሕቀቱ ሓሊዩ ዝከይድ።
ክእረብ ግን ኣሎዉ ንበርገድ ንሓመዱ ብመንጸር ዝኪነ ውልቀ ሰብ ይጁን ምንቅስቃን ውደብ ክዕቀን የብሉን።
@@Sillysanriofan ሓሳብካ ግለጽ ሃላይ
ራዶቦይ❤❤
ወያነ ን ኢትዮጵያ ኣብትሕቲ ቁጽጽሩ ምስ ኣእተዋ፣ ብዙሕ ህዝብን ሰፊሕ ሃገርን ስለዝኾነ፣ ንምምሕዳር ክጥዕሞ ኣብቲ እዋን እቲ ኣብ ኢትዮጵያ ሓያል ዝነበረ ብህግሓኤ ዝሕገዝ ወያነ ስለዝነበረ ህወሓት ንኢትዮጵያ ንነዊሕ ከመሓድራ እንተኮይኑ መሰል ኣምሲሉ ኢህወደግ ዝበሃል ንኩሉም ብሄረሰባት ዝውክሉ ኣምሲልካ ሓይሊ ዘይብሎም ውዱባት መስሪትካ ንነፍስወከፍ ኣባል ኢህወደግ ብወያነ ዝእዘዝን ንወያነ ዝምእዘዝን ክቃወም ሓይሊ ዘይብሉን ብምፍጣር፣በቲ ሓደ ወገን ድማ ናይ ወያነ ኣካላት ሓያላት ዝእዝዙን ዝፈልጹን ዝቖርጹን ኣመሓደርቲ ብምምዳብ ን ኢትዮጵያ ብድኹም ኢህወደግ ብሰም መሰል ብሄረሰብ ብምሽፋን ብዝተገብረ ተያትርን ካል ኦት ሸርሕታትን ሕወሓት ንኢትዮጵያ ን27 ዓመታት ክመርሓ ክ ኢሉ።
ህወሓት ን ኤርትራ ክወራ ከሎ ኣብል ኢህወደግ ኮይኑ ንህወሓት ክቃወም ሓይልን ክእለትን ዝነበሮ ብዘይምንባሩ ነቲ ህወሓት ዘውጽውኦ ኣዋጅ ውግእ ኣንጻር ኤርትራ ክፍጽሞ ከምዝከኣለ ምርዳእ ኣገዳሲ እዩ። እቲ ኢህወደግሲ ንሽሙ ምበር ልሙስ ዝነበር እኩብ ናይ ውዱባት ብሓውሓት ዝተሰርሕ ጥራሕ ምንባሩ ብዕምቆት ምፍላጥ ነቲ ታሪኽ ብቅንዕና ንምርዳእ ይሕግዝ እዩ።
😎 ሜሮን ነዚ ትግራዋይ ሐውና ከምጋሻ አቕሪብካዮ ክንስኻ አብክንዲ ብስርዓትን ብአገባብን ክትሐቶ ክትገልጸሉ ዝግባእ ካብ ሐንቲ ሐሳብ ናብ ካልእ ሐሳብ ሕውስውስ እንዳበልካ ነዚ ትግራዋይ ምዝራብ ከሊእካዮ እስኻ ጋሻ እዚ ትግራዋይ ከአ ዓዳማይ ኮይኑ ነገሩ 👌 ብዝኾነ መብዛሕቶም ተጋሩ ብኸመይ ትዛረብ ትትንትን ትገልጽ ዘለዎም ክእለት ማራ እዩ ዘገርም
😏 mish hakukum alkum ilu zey semiom dyu zkwin zelo
filut nisika tigraway eka entay diu xegemkum ezom tegaru nsikum tigebriwo kulu bedel ayrideakumin u lieli sebkum tbdilu lieli sebkum kea tebedilna elkum tewiu meweyti
@@genetkesete2356 መርሐባ ገነት ናብ ገነት ንአቱ ይግበረና ሐፍተይ ትግራዋይ ኤርትራዊ ሱዳናዊ ኬንያዊ ወዘተ ወዘተ ኩሎም መንነታት እዮም ስለዚ አብክንዲ ብግምት ብይኸውን ብምናልባት ብእምነት ብጌጋ ስምዒት ንዝኾነ ነገርን ሐሳብን እዩ ወይ እዮም ኢኻ አብክንዲ ምባልና ህድእ ኢልና ንነገራት እንታይ ሙኻኖም ክንፈልጦም ይግባእ Instead ጌጋ ውሳነን ርድኢትን ብቕድሚ ምብጻሕና Probably አነ ብዛዕባ እቲ ትግራዋይ ገለ ስለ ዝጻሐፍኩ ጥር ኢልኪ ኦ እስኻ ትግራይ ኢኻ ክትብሊ መሪጽኪ ብዝኾነ ሐፍተይ ተትኸውን ኔረ አነ ትግራዋይ እየ ንኽኽብል ዋላ ጸገም የብሉን ምኽንያቱ ሰብ ከምቲ ዝደልዮ መንነት ወኒኑ ስለዘይውለድ የቐንየለይ ሐፍተይ ስለቲ ተገዲስኪ አምቢብኪ ዝጻሐፍክለይ ሰላም ንኹላትና
tgraway wedi adey bel
gohaf qondaf junta
@@teslibab5691 መርሐባ ተስ ሊባብ ቁሩብ ረስኒ አለካ ዝሕል በል መከላኸሊ ጸርፊ ስለዝጥቀም አነ please don't Waest your energy's ረቢ ይምሐርካ/ኪ
ህዋሓት ዓሰርት ገይሩ ሕማቅ ማኾነ ሰ ምሰ እሳያሰ ቁኑዕ ዘረባ ይዶ ኣይትፀረብይ 😥
ኣየ ሜሮን ብዙሕ ይተርፈካ እዩ ።
ሰክት ክብቲ
@@Thereislifeafterdeath እሂ ደኣ !፧፧? ብሽምካ ተዳሄካዴ !!!? ተስታይ ዲኻ ጎባዕ ?
Eska eka zeyeleka ember meron dia kbtom natka mengstat keman esu ybelx
ተጋሩ ኣይኮነን ካብ ጫፍ ዓለም ውን ክሕግዘና ዝብገስ መርሓባ ንብሎ
Meron jigna ❤❤🇪🇷 ♥️ ❤️
58:43
ወየነ ማለት ህዝቢ ትግራይ እዩ
Bravo Meron, ❤💪❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Badime is about disagreement, wars, ceasefires, negotiations, acceptance to accept - WITHOUT APPEAL - the judgement that will be rendered by the International Court.
A detailed analysis based on documents, the JUDGEMENT was rendered. Ethiopia refused tu abide.
Ethiopia wanted to negotiate after judgement! This is in the books of the court.
Thank you!
Asghedom.
Meron good job jegna ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
PIA knows who and what tplf is, no matter what this kid thinks if tplf comes out to breath it will be the last thing tplf will do, last breathe😮😮
ወዲ ትግራይ ወርቂ💊😘🌿
ወድ ትግራይ ድሰላም ነባር 💚❤❤
❤❤❤❤ ትግራይ ትስእር
😁😅 Ok kemu edalkum ikum srekum fetihkum
ኣበይ ኮይና
😅😅😅😅 haye
ተሳዒራኩም እንዲኩም ፈቲፉቱኩም እኮ 😂
meas 😂😂😂 Ethiopiawen mes konkum
ሜሪ እዚቲግራዋይ ዓሰርተ ግዜ ደምጻአ ዘሎ ባድመ መን ኩናት ጀሚሪዎ ድብል ዘሎ ተጋሩ ጀሚሮሞ አበይ እተልካ ሃንቲ ጋንታ ናይ ኤርትራ አብ ከባቢ ባድመ ሸፋቱ ተራኢዮም ተባሂሉ ናብ ከባቢ ባድመ መስ ከደ ወያነ ድፋዕ ሒዛ ጸኒሐ 7 ወታሃደር ኤርትራዊያን ረሺና ኢዚይ ኢቲ መበገሲ ናይቲ ኩናት አነ ኣብቲ ቀዳማይ ወራር አብታ ጋንታ ተወዚኤ ባካል ከአ ስለ ድፈልጦ ኢየ መን ጀሚሪዎ ኢዳበሉ አብ ጌጋ መንገዲ ስለ ድዛረቡ መልሲ ኢዩ ።
Merry jigna I'm so proud of you
ዘረባ ጠፊእዎ 😂😂😂 ሜረይ ደመይ ሓቂ ተሒዝካ ቀጣን እያ ታመንገዲ ሰተት ከም ሜረይ ❤❤❤😂
Meron Wedi Haki❤
ራዶፍ ኣብ ናይ ኤርትራውያን ሚድያ ኣይትምጻእ ክብረት ኣይህብዃን እዮም ኩሉ እዚ ኮመነት ርኣዮ ከፈንፍነካ መዓት ኤርትራውያን ጸርፊ ጥራይ እዩ ዓቕሞም ኤርትራዊ ምዃነይ ይሓፍር እየ።
Kiss ass anta hawuka xelikas gorbietika bmeninetka kurae nai gezaka xegem gorbiet kifethalika aytxebe dhul
እንታይ ዘሕፍር ኣለካ ናብ ትግራይካ ዘይትከይድ
teankifu u tigraway mikaney ktbil dika eritrawi bimikanu zihafir eritrawi yebilnan
ሜሮን ምንባብን ምስናድን የድልየካዩ ኤርትራ ድዩ ምሳይል ደርብዩ ትግራይዩ ደርቢዩ ክንቀብሮሚና ኢሎም ተቀቢሮም ከአ መንግስቲ ኢትዮጵያኮ ሰላም ገይሩዩ በዓል ሜሮን ከአ ምስ ኤቢደንስካ ተካታዕ ብቅዓት ተዘይ ብልካ ከአ ሰቅ በል ብዘይ አፍልጦ አብ ሜድያ ምቅራብ ጌጋዩ !!
Eritrean ❤️ 😍
ኣታ ሜሪ ሓወይ ሕዋሓት ዳኣ ኩሉ ግዜ መጥፊኣ ሓዊ ምስ ወልዕት ንዚኣ ምልሲ ትስእንሉ
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ወዲ ትግራይ ወርቂ❤❤❤❤❤❤❤
Bravo Meri ❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏
❤❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👑
ወዲ ቀይሕ ባሕሪ መዳርግቲ ኣልቦ!!!
ናይዚ ከዳዕ ጊዜ pharmacy 💪🏽
ኣቱም ሰባት ነዚ ትግራዋይ መንእሰይ ጽቡቅ ጊሮም ወያነ ኣደንቅሮሞም ኢዮም እቶም ሚድያታት ዘየተሪኢዎም ኣብ ልዕሊ ኤርትራ ሙሉእብምሉእ ኩናት ኣብ ልዕሊ ኤርትራ ፓርላማ ኣኪቦም ዓለም ዝሰምዖ ኩናት ኣዊጆም ካብ ሕወሓት ሓሰቶም ጥራይ እንዳሰምዕኩም ዓቢኩም ኣብዚ ሓደጋ ወዲኩም 1.5 ሚልዮን ጋሕ
ነው በሎ በጃካ ክሰሞኦም፡ከማን፡ዘይደሊ ኣነስ፡ካ ላዞም፡ዋላ እዩ ቀች ዘምጻልካ
መንነት ኣልቦ ባራዩ መርዘን ርእስኹም ተላዓሉኩም ቻሉት
Jelae nska keman aleka zsmae zeleka
1)መጀመርያ ወያነን ህግደፍን ኣይተወዳድሮም ኣይራከቡን ወያነ ዝሓሸ እዩ
ሜሪ ጅግና ኣድኒቀካ ብሓቂ ቅኑዕ ተቃላሳይ
👉❣🌺❣🌺🇪🇷🌺❣🌺❣👈
ህዝቢ ትግራይ መስኪሮሎ እዩ ንሠራዊት ኤርትራ
ጌታቸው ረዳ ከ ተሳኢርና ኢና ኢሉካ አይሰማካዬን
የሚካኤልን ፎቶ አርገሺ መጥፎነገር ትናገሪ አለሺ:አባቴ ሚካኤል በወጣችበት አይመልስሺ! !! የነዛ ሕጻኖች ትግሬወች ደም ባንቺም ልጃች ያርገዉ ,
@@asefudesta441 እዚ እርግማን ብትግርኛ ተዝከውን ምሰማኢኪ ኔረ አቦና ማይክል
You don’t understand about what TPLF did to Eritrea in 2000
Merriye the brilliant boy. And wedi Tigray, with all due respect you should read and research history a little bit for you to argue effectively. But I respect your peaceful debate.
ወዳ ትግራይ ወርቂ 🥰🥰🥰🥰🥰🥰❤️❤️❤️💙💙💙❤️❤️
እቲ ፍቅርን ተከባቢርካ መልሲ ምሃብን ኣዝዩ ዝድነቅ እዩ ተጋሩ ግን ፓሎቲካዊ ትሕዝትኦም ኣዝዩ እዩ ትሑት ኣፍልጦ ውን የብሎምን እዚ ራፐር ናይ ትግራይ ኣይኮነን ናይ 98 ክትሓቶ ክምልሰልካን ኣቦይ ስብሓት ሓቲትካዮም ውን ኣይዝክሮን እየ መስተ ሰትየ ምስ ኣላሙዲ ኣብ ሻራተን ይዘናጋዕ ኔረ ምስ በሉካ፡ትግራዋይ ማለት ብዛዕባ ነብሱ ዝሓስብ እምበር ሓፈሻዊ ፓሎቲካዊ ትሕዝቶ ሒዙ ውን ኣይቀርብን እዩ
እቲ ዝደኸየ ብሄረሰብ ኣብ ኢትዮጲያ ትግራይ ኢዩ ኔሩ
1998 ካብኡ ንድሕሪት ብዙሕ ገንዘብ ካብ ኤርትራውያን ዘሚቶም ካብ ኢትዮጵያውያን ሰፊሕ መሬት ዘሚቶም ፡ ብቀንዱ ድማ ኣኽላባት ናይ ኣሜሪካ ኮይኖም ብዙሕ ገንዘብ ተዓሲቦም ኢዮም እዞም ዕሱባት ፡ ዕሱባት ኢዮም እዚኣቶም።
ትኽክል ሰብኣይ❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤
Exactly mengistu hailemaryam tigay kgdfa kolo tigray fabrika enda thnito aksara ember mkseb yblkan elo nero
yes
Kezas mdre tazaliwoch barya
@@merytigraweyti ብስምኩም ኣይትጸውዑ ተጋሩ ባራዩ።
አታ ነቶም ዝተጋገዩ ተጋሩ ዘረበኦም ይድግፍ ንኢሱ ይወቅስ