ተጠሊፉ ዝወጸ፡ ዝርርብ ስልኪ መራሕቲ - ኣቦይ ስብሓት ካብ ኣሜሪካ ናብ መቐለ ደዊሎም - ፅዋ Tube 02- ሓምለ 2016 ዓ.ም

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 7 ก.ค. 2024

ความคิดเห็น • 293

  • @wagayegebremdhin6706
    @wagayegebremdhin6706 13 วันที่ผ่านมา +21

    ሐሰዉቲ እዚይ ናታቶም ድምፂ አይኮነን ሐሰዉቲ

  • @user-dl4dr4nb9t
    @user-dl4dr4nb9t 13 วันที่ผ่านมา +17

    ስራሕያ ዝሰኣነ ፈላሲስ ቆቡዑ ቀዲዱ ይሰፊ ድዩ ዝበሃል?
    ብዙሕ ውራይ ኣብዘለሉ ጊዜ በታኒ ናይ ሓሶት ድርሰት ምህዞ ንምንታይ ኣድለየ?

  • @zaebakulu8553
    @zaebakulu8553 11 วันที่ผ่านมา +4

    ኣታ ንመን ኢኹም ተዕሽውዎ ደደባት ንትግራዋይ ድኹም ተዕሽውዎ
    መሕፈርቲ ኢኹም ናይብሓቂ ለያቡ መዓረ ክንደይ ጭፕኒቕኩም ከምዘሎ እዩ ዘርድዕ (ቻለው )ትግራይ ክትዕወት እያ ❤❤❤TPLF❤❤❤❤❤❤

  • @getachewmergia8949
    @getachewmergia8949 13 วันที่ผ่านมา +8

    ፉሹል ምጭብርባር እዩ። ፍፁም ዘይመሳሰል ድምፂ እዩ።

    • @gebregiorgiskahssay2657
      @gebregiorgiskahssay2657 12 วันที่ผ่านมา

      ዘይመሳሰል ድምፂ ዝበልካዮ ቅዳሕ ስለዝኮነ ክከውን ይኽእል እዩ። ኮይኑ ግና ብትክክል ካብ ካድረ ደጋፊ ዓለም ገ/ዋህድ ከምዘረጋገፅኩዎ ግና ይብለፁ ከምዘለዉ እዩ። እቲ ዘሐዝን ግና መናእሰይ አወዲኦም ንሶም ንስልጣን ምቁሳሎም እዩ።

  • @zaebakulu8553
    @zaebakulu8553 11 วันที่ผ่านมา +4

    ሕውሓት መዓረ ክንደይ ከምብረት ጠንኪራትኩም ኣላ
    TPLF ❤❤❤❤❤❤❤ደመይ
    ሕውሓት ረመፅ ንፀላእታ❤❤❤

  • @meskeremberhanu6307
    @meskeremberhanu6307 13 วันที่ผ่านมา +14

    ቁሩብ ዝመሳሰል ድምፂ እንተትመርፁ ምበለፀ እዚ ድራማ ንመን ከእምን ኢልኩም ትግምቱ?

    • @abebakebede1270
      @abebakebede1270 13 วันที่ผ่านมา +1

      ብሞቆስን በቆስን እሱባት።

    • @kiGG-p7f
      @kiGG-p7f 8 วันที่ผ่านมา

      ካብዚ ንላዕሊ ካበይ ክመፅእ?

  • @user-fn9ti1ow6g
    @user-fn9ti1ow6g 9 วันที่ผ่านมา +2

    ጌታቸው አጆካ እግዚአብሔር ምሳካ ይኩን ሰራቅን ጉሒላን ቀታልን ዓመፅን ካብምድርካን ዓድካን አወግድ ብዝሰረቅዎ ገንዘብ ዓመፅቲ ከየልዑልካ ገንዘቦም ተከታተሎ ሕዞ በዓል ሐጎ ባዓል አለ ካፒታል ተቆፃፀር

  • @DestaGebremeskel
    @DestaGebremeskel 13 วันที่ผ่านมา +7

    It is funny and good.
    እቲ ኣቦይ ስብሓት ኾይኑ ዝተወነ ግን መን እዩ?

    • @hassetashenafi4693
      @hassetashenafi4693 12 วันที่ผ่านมา +2

      ክልቲኡ ሓደ ሰብ እዩ፣ ኣዝማሪኖ Hope

    • @hassetashenafi4693
      @hassetashenafi4693 12 วันที่ผ่านมา +1

      Sorry, Alem= ዘመን
      Aboy= Azmarino hope

    • @kiGG-p7f
      @kiGG-p7f 8 วันที่ผ่านมา

      ስብሓት ነጋ።

    • @AftomAftom-yi8oo
      @AftomAftom-yi8oo 8 วันที่ผ่านมา

      ኣቦይ ስብሓት ከይኑ ዝተወነ ኢዛና(ንጉሰ ወዲ ስንቃጣ) እዩ😂😂😂😂

  • @yemariamlij3770
    @yemariamlij3770 9 วันที่ผ่านมา +2

    ዋላ ሓንቲ ኣይመሳሰልን ከም ድራማ ግን ብጣዕሚ ፅቡቕ እዩ

  • @tekle1975
    @tekle1975 13 วันที่ผ่านมา +13

    ሓሰውቲ
    ንሕና ንገድድ ናትኩም ኸፊትና ምስማዕ ምጅማርና።

  • @HayetTesfay-rh1wy
    @HayetTesfay-rh1wy 12 วันที่ผ่านมา +3

    ክክክ ኣቦ ስብሓት ለይባ ኮይኑ ዝዋሳእ ዘሎ በተለይ ኣብታ ምስዓል ብጣዕሚ ክኢሉዋ😂😂😂

  • @AlfaOmega-pz2cw
    @AlfaOmega-pz2cw 12 วันที่ผ่านมา +3

    ብጣዕሚ ዝገርም እዩ ኣታ ስራሕ ዶየ ብልኩምን እዩ 😂😂😂😂

  • @user-le8mk5sb1r
    @user-le8mk5sb1r 9 วันที่ผ่านมา +1

    ዋላሓንቲኳ ክተመሳስልዎ ኣይከኣልኩምን ኣቱም ደናቑር

  • @AbrehaleyArku
    @AbrehaleyArku 12 วันที่ผ่านมา +2

    ዝገሪም እዩ ንህዝቢ ዝጠቀም ዘረባ ዳ ኸይትዛሪቡ ንጉጂለ ጥቅሚ ጥራሕ 50ዓመት ሙሉእ ኽትሓስቡ የሕዝን።

  • @user-fn9ti1ow6g
    @user-fn9ti1ow6g 9 วันที่ผ่านมา +1

    አለም አቶሰብሃት አየዋፅኡካን ቀልጢፍካ ልቀቅ ውፃእ

  • @noahmueze4130
    @noahmueze4130 12 วันที่ผ่านมา +2

    ደናቁር ባንዳታት ተጋሩ ሓሪፍ ድራማ ሒዝኹም ዘይትመፁ

  • @yemariamlij3770
    @yemariamlij3770 9 วันที่ผ่านมา

    ከማኹም ሓሳዊ ሚድያ ሪእና ኣይንፈልጥን ንሕና ንገዽድ

  • @user-dl7dw2gh9q
    @user-dl7dw2gh9q 12 วันที่ผ่านมา +1

    ዕድመልክዕ ኣብ ሸርሒ! ትግራዋይ ነዚ ሸርሒ'ዚ በጣጢስካ ሓራ ክትወፅእ ኣብ ኢድካ'ያ ዘላ፤ ተዘይኮይኑ ናብ ዝገደደ መሃሙቕ ከእትውና ተግባሮም ሪእናዮ'ለና።

  • @user-rl7pp6ij2i
    @user-rl7pp6ij2i 13 วันที่ผ่านมา +2

    ደርኾ በሙዑታ ትጫወት ዝብሃል ምሳላ አሎ ሐሰውቲ ርስሐት ተጋሩ

  • @samuelgirmay6691
    @samuelgirmay6691 13 วันที่ผ่านมา +3

    ኣይ ዘመን subscriber ልምግናይ ኢልካስ ዝኹሉ ጨነውነው ልመስል ድምፂ ዶ ኣይትጥቀምየ ወደይ ወግዒ ዘመንይ ፀጋይይ

    • @abebakebede1270
      @abebakebede1270 13 วันที่ผ่านมา +1

      ሓቂ ዝበድበደ ጨናዊ ድምፂ ነገሩ ካብ ባንዳታት እንታይ ትፅበ ዋይየ ህውሃትስ እንደይ እዩ ፈጥ ፈጥ አቢልኩም ዘሎ መሕፈሮ

  • @klant17denbosch44
    @klant17denbosch44 13 วันที่ผ่านมา +2

    ግርምተቃናብር ሓሳዊ ።

  • @HaileselassieGw
    @HaileselassieGw 13 วันที่ผ่านมา +2

    😂😂 ኣዝመሪኖንን ዘመንን😂😂

  • @zaebakulu8553
    @zaebakulu8553 11 วันที่ผ่านมา

    ተጋሩ ታይ ትፅበዩለኹም ዳይ ኣንሳብስክራይብ ኤንድ ብሎክ ግበርዎ !!!! ነዞም ረሰሕልት መደናገርቲ

  • @MhretTekle-t5h
    @MhretTekle-t5h 8 วันที่ผ่านมา

    ጎበዛት.well began is half done.great continue.good copy.

  • @weldebrhanazazi
    @weldebrhanazazi 11 วันที่ผ่านมา

    100000₀000000000000000000000000000⁰0000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000000% ሓቂ እዩ ዋላ ባዕሎም ኣይናገርዎ ከምኡ እዮም ዝገብሩ ዘለው

  • @nebyu2692
    @nebyu2692 5 วันที่ผ่านมา

    😂😂😂I can't stop laughing 😅😅😅

  • @TiblalaHager
    @TiblalaHager 12 วันที่ผ่านมา

    መሕዘኒ ሕሶት ገለ ተጋሩስ እንተዘይፍጠሩ ፅቡቕ ኔሩ ኣለምን ኣቦይ ስብሓትን ድዮም ዝዘራረቡ ዘለው ለባም ይፈልጦ እዩ

  • @edenge-ge9tm
    @edenge-ge9tm 11 วันที่ผ่านมา

    ናይ አቦይ ስብሓት ድምፂ ከመይ ድዩ ምንም ዝመስል ነገር የለን እዙይ ናይ መናእሰይ ድምፂ እዩ። ገረምቲ

  • @user-rd9je9wx2f
    @user-rd9je9wx2f 12 วันที่ผ่านมา

    ስሪሕካያ 🙆
    ኣብዚ ኮሜንት ከም ትክክል ገይርኩም ትፅሕፉ ዘለኩም ቀልዲ እዩ ።

  • @user-zj8jd6kp2x
    @user-zj8jd6kp2x 12 วันที่ผ่านมา

    😂😂😂😂ቐልዲ እዩ ዝብል ጌጋ እዩ እዝኣ ብሓቒ ደቒ ስብሓት የተግበርዋ ኣለው እዮም!

  • @user-di7sp8mk8d
    @user-di7sp8mk8d 10 วันที่ผ่านมา

    ብምለእኹም ተጋሩ እዚ ናይ ህግደፍ ወይ ሻዕብያ ቻናል እዩ። ስለዚ ዋላ ሓቂ ተዝኸውን ብምድያና ክንስምዕ ይግባእ ስለዚ ዓግብ ዓግብ።

  • @hailuzelalem-gd6rx
    @hailuzelalem-gd6rx 10 วันที่ผ่านมา +1

    የሕዝን

  • @tsigiehadush2008
    @tsigiehadush2008 13 วันที่ผ่านมา +1

    ዘመን ድዩ ሰሪሕዋ😂😂😂

  • @ocean_630
    @ocean_630 12 วันที่ผ่านมา

    ዕድመ ዘይያምህሮ ሓደ እግሩ ኣብ ጉድጓድ ዝኣተወ ናብ ንስሃ ክኣቱ ኢንትግብኦ ካሊኢ ሓጥያት ይወስኽ ኣሎ ካብ ብሐዚ ስብሓት ዝብሃል ሰብኣይ ጉድጓዱ ውን ኣይኳዓትይ ጉዳም ።

    • @zaebakulu8553
      @zaebakulu8553 11 วันที่ผ่านมา

      ኣታ ከመይ ዝበልካ መሃይም ኢኻ

  • @user-wj1vm7bb2s
    @user-wj1vm7bb2s 9 วันที่ผ่านมา

    ሓሰውቲ ሰባት ድምፆም ናይ ስብሓትን ናይ ኣለምን አይመስልን

  • @user-hj1gl1sm3h
    @user-hj1gl1sm3h 13 วันที่ผ่านมา +1

    It is drama, please stop to disturb Tegaru you yourself

  • @TsegayGkidan-kk4zu
    @TsegayGkidan-kk4zu 11 วันที่ผ่านมา

    ዋይ አታ ከመይ ዝበሉ ሲንኪሳራት እዮም

  • @alemfivetube
    @alemfivetube 9 วันที่ผ่านมา

    ክክክክክ ቁርብ ብድምፂ እኳ ተዝመሳሰል እቲ ድራማ ንመቸወና ናይሩ 😂😂

  • @Gmt853
    @Gmt853 5 วันที่ผ่านมา

    😢😢😢 ድምፆም ብደምቢ እየ ዝፈልጦምኮ፡ ኣይተፀልሙ

  • @rona7755
    @rona7755 12 วันที่ผ่านมา

    ቅንይ ኢልኩም ድማ ምስ መለ ዝገብርዎ ዘለው ናይ ስልኪ ዝርርብ ቀሪፅኩም ክተምፅኡልና ተስፋ ንገብር። ብፍላይ ኣብዛ ናይ ካድረታት ብፍካይ ኣምፅኡልና። ኣቦይ ኣቦይ እናበለ ዝፅዎዖ ሰብ ግን ኣብህወሓት ኣሎ ድዩ?😂😂😂😂😂

  • @zewdeneshamare9782
    @zewdeneshamare9782 8 วันที่ผ่านมา

    Wawa izbi tgray. Keme di way. Rugumt. Italiana. Tgray gudi rekva. Mediante. Hagzna😭😭💔💔😭

  • @teklehiwottareqegnteklay
    @teklehiwottareqegnteklay 13 วันที่ผ่านมา +1

    አንታ ኢኹም ትህስው ገቾ ንምፅላም እዚኹሉ ሸርሂ አህባይ ኢኹም

  • @LeakeMekonenTesfay
    @LeakeMekonenTesfay 10 วันที่ผ่านมา

    ዋይ ባርነጎድ!!! ናይ ኣቦይ ስብሓት ድምጺ ቁሩብ ቁሩብ ይመስል። እንተ ድምጺ ኣለም ሱቕ ኢልካ እዩ።

  • @user-be1wq7bz8l
    @user-be1wq7bz8l 11 วันที่ผ่านมา

    ቁርብዶ ካይ ድምፂ አይተመሳሱሉን ኩሉ ትግራዋይ ድምፆም ይፈልጦም እዩ

  • @Tekle-lr6it
    @Tekle-lr6it 12 วันที่ผ่านมา

    ትክክል እንኮይኑ ትግራይ ናይ ውልቅኩም ኣይኮነትን

  • @kebedeberihu1243
    @kebedeberihu1243 10 วันที่ผ่านมา

    መግራሚ ድራማ ።አይተሳኸዐን።ጌቾ ቀጽል ጥራሕ።

  • @danayitmeretab-wz9do
    @danayitmeretab-wz9do 11 วันที่ผ่านมา

    እዙይ ናይስብሓት ድምፂ ኣይኮነንለክባጣት

  • @MoMmoo-q2y
    @MoMmoo-q2y 12 วันที่ผ่านมา

    ኣይካኣልኩሞን

  • @user-xy1db7lo9r
    @user-xy1db7lo9r 6 วันที่ผ่านมา

    ሐሸውቲ ናይቦይ ስብሐትን ናይአለምን ድምፅ አይትፈልጥዎን አይተፀጋዕኩምን አንኳን ክመስል

  • @MTHA-ee1ym
    @MTHA-ee1ym 9 วันที่ผ่านมา

    ንዓይ ተተማኽሩኒ እቲ ድምጺ ክሠርሐልኹም ነይረ እድየ አየ እዳሻዕብያ ኩሉ ከማኹም ዝሽወድ ይመሥለኩም

  • @genocidalstate
    @genocidalstate 10 วันที่ผ่านมา

    ኝኝኝኝኝኝ ሓሰውቲ
    ድምፂ ኣያታትና ጠፊኡናስስስ

  • @yonasnega-ml1hr
    @yonasnega-ml1hr 12 วันที่ผ่านมา

    አንቱም ጉዳማት አሪኩም አይታአርፉን ፀላዕትና ንስኹም ኢኹም

  • @nigusteka8050
    @nigusteka8050 10 วันที่ผ่านมา

    ስብሓት ነጋ ናይ መስፍናዊን ከባቢያውን ቡርዥዋነት በሓዱሽ መልክዕ አብ ትግራይ ክፍጠር ዘይሕለል አስተዋፅኦ ገይሩ ኢዩ፡፡ ብጣዕሚ ዝገርመኒ ድማ እዚ ስብአይ እዚ አብ ትካላት ትእምት ዝፈፀሞም ናይ ከባቢያዊነት ተግባራት ትግረዋይ ብሽሙ አብ ዝፅወዓን ብሽሙ አብ ዝንገደለንን ትካላት ተወዳዲሪ ከይቁፀር አበይ ኢኻ ክብሃል ዝገብር ዝነበረ ኢዩ፡፡ ብጣዕሚ ብጣዕሚ ዝገርመኒ ድማ አብ 90 ዓመቱ ተማሪኹ ኢዱ ሁቡ ተታሒዙ እንብዓል ስዩም ግን ዓርሶም ሰዊኦም፡፡ ከብዚ ብተወሳኺ ድማ መናእሰይ ትግራይ አብ 15፤16፤17 ወዘተ ዕድመኦም ሂወቶም ከም ቆፅሊ እናረገፈ ንሱ ግን ንሕክምና ናብ አሜሪካ ከይዱ፡፡ እ/ሄር ፍርድ ይሃብ፡፡
    አለም ገ/ዋህድ ዝምልከት አብ ትግራይ ፍትሓዊን ዲሞክራሲያዊ ስርዓት ከይህነፅ ህዝቢ ትግራይ ተመጣጣኒ ውክልና ዘለዎ ናይ ስልጣን ክፍፍል ከይህልዎ በተንኮል ውሽጥ ውሽጡ ከም ተመን ዝኸይድ ቀንደኛ ጎጃሊ ሰብ ኢዩ፡፡ እንተኾነ ግን እዞም ሰባት እዚኦም ዓቅሊ ፅበት ናይ ሞት ሽረት ቃልሲ ይገብሩ አለው፡፡ነገር ግን ህዝቢ ትግራይ ዝአረገ አተሓሳስባ ዝሽከም እንግድዓ ክህልዎ አይግባእን፡፡ ምስ እቲ ግዜ ዝስጉም አተሓሳስባ ዘለዎ መሪሕነት ይጠልብ፡፡በቲ ዝአረገን ዝተለመደን መንገዲ ክመርሐካ ኢሉ ዝመፅኦ ሓይሊ ክሽከሞ አይፈቕድን፡፡

    • @Desaley-nw1jq
      @Desaley-nw1jq 9 วันที่ผ่านมา

      ተሕዝኑ ብዙይን ከምዙይ ዝበለን ን።ናገር አይኮንናን ድራማኩም ግን አይፀላእክዎን

  • @samuelhailekiros
    @samuelhailekiros 12 วันที่ผ่านมา

    ናአለምስ ዳሕናዋ ፀጋይ ድዩ አቦይ ኮይኑ

  • @TheCritic101
    @TheCritic101 12 วันที่ผ่านมา

    😂😂😂😂😂 ፈተነ 1, 2, 3 ተዋስኦ ኣይተሳኸዐን!

  • @eyasuberhe-xh3uy
    @eyasuberhe-xh3uy 8 วันที่ผ่านมา

    ፍጹም ዘይሕለም

  • @danaytkidane-wr6jo
    @danaytkidane-wr6jo 8 วันที่ผ่านมา

    This is not Aboy's voices

  • @bskihwvwij2u316
    @bskihwvwij2u316 12 วันที่ผ่านมา

    ብፍፅም ሓሳት እዩ ናይ አቦይ ስብሓት ድምፂ አኪነን

  • @user-ik6du4fq3e
    @user-ik6du4fq3e 10 วันที่ผ่านมา

    ሓሳዊ ብምሕሳው ዝረከብነገር የላይ

  • @brhanteka6259
    @brhanteka6259 6 วันที่ผ่านมา

    Betaeme yehezen

  • @genetzerihun5658
    @genetzerihun5658 12 วันที่ผ่านมา

    ርካሻት ርካሻት ልሳንኩም ይታአፆ ሃስውትይ

  • @TemesgenTeklay-ll6pf
    @TemesgenTeklay-ll6pf 12 วันที่ผ่านมา

    አይ ፊልሚ አይከአልኩምዋን
    ንቐፃሊ አማሓይሽኩም አምፅእዋ

    • @samuelsoli3276
      @samuelsoli3276 12 วันที่ผ่านมา

      አየናይቲ እያ ዘይካአልዋ

  • @tnbiteselomon-vj4ps
    @tnbiteselomon-vj4ps 9 วันที่ผ่านมา

    አቱ አንደበት ነሃቶም አዩ አቱ ሽርሒ ድማ አመሎም እዩ

  • @bekindtoyourself1817
    @bekindtoyourself1817 13 วันที่ผ่านมา +1

    ምስሐቅ ሸራፋት ዶ በሉ

  • @AnnoyedMicroscope-ud5tl
    @AnnoyedMicroscope-ud5tl 9 วันที่ผ่านมา

    የአለም ገብረዋሕድ ድምፅ ማምጣት አቃታችሁ ጥሩ ሙከራ ነበር ግን ለዛሬ አልተሳካም😂ሌላ ሞክሩ 😂

  • @berhefissuh3823
    @berhefissuh3823 13 วันที่ผ่านมา +1

    ጥጥን ፍጥን ንፈልጥ እና ኣይተሳኸዐን😂

  • @TeklehaimanotLilay
    @TeklehaimanotLilay 12 วันที่ผ่านมา +1

    መላክዒ ሓሳዊ

  • @kibromgebremeskel8823
    @kibromgebremeskel8823 12 วันที่ผ่านมา

    ታናይ አለም ድምፂ ተበላሽያትኩም ኣይምፃእኹማን እምበር ታናይስብሓት ሰሪሒኹምዋ ነይርኩም 😉

  • @mekelleshikor2368
    @mekelleshikor2368 12 วันที่ผ่านมา

    ውይ ዝሙርኮኝ ኣረጌት ካንሰር ሕዝቢ ትግራ መንቀሊኹም በፂሃ ረስሃት ፍጥረት

  • @meareg59
    @meareg59 13 วันที่ผ่านมา +5

    ዘመን ሕልኹስ 😅😂

  • @user-fh4in7bt5u
    @user-fh4in7bt5u 11 วันที่ผ่านมา

    ድምጺኹም ናትካቱም አይመስልን ሀሰውቲ እድመ ልክእኩም ንህዝቢ ምድንጋር ጊዜኡ አብቂኡ እዮ።

  • @HaftomGebre-xs7wo
    @HaftomGebre-xs7wo 9 วันที่ผ่านมา

    ናኣኻ ዛኣምን የለን

  • @selamntgrayadey2059
    @selamntgrayadey2059 12 วันที่ผ่านมา

    እዚ ፀላእቲ ትምነይዎ እምበር ናይ ክልቲኦም ዝርርብ ኣይኮነን

  • @frehiwet7809
    @frehiwet7809 11 วันที่ผ่านมา

    ብጣዕሚ ከም ሚድያ ተሕዝኑ እዙይ ዓቢይ ሚድያን ተአማንን ኢልና ልዕሊ ኹሉ ሚድያታት ብጣዕሚ ግዜና እነጥፈአሉ እዩ ኔሩ ግን ብጣዕሚ መሕፈርቲ ኢኹም አይትድከሙ ሕወሓት ፈተኹም ፀላእኹም በዚ ተልካሽ ርካሽ ምህዞኹም ህዝቢን ሐቃዊ መስመሩን ሒዙ አይፈርስን አይፈርስን አርባዕተ ነጥቢ እዙይ ናይ አቦይም ናይ አለምም ድምፂ አይኮነን ንሳቶም ከዓ ከምዙይ ዝወረዱ አይኮኑን ተማሊ እውን ጀጋኑ እዮም ሎሚ እውን ጀጋኑ እዮም ማንም ለዛይን አብ ስሪኡ ሸያኒ ድማ አፉ ክኸፍተሎም ሞራል የብሉን ባንዳታት መጥፊእኹም ድለዩ ።

  • @user-vi8wh5ty8e
    @user-vi8wh5ty8e 3 วันที่ผ่านมา

    ኣይካኣልኹምሉን ደደባት ኣሳንኾይ ንህዝቢ ትግራይ ኣይትሽውድዎን .....

  • @gebremedhinhadera4652
    @gebremedhinhadera4652 12 วันที่ผ่านมา

    ሀሸዉቲ ንምህሻዉ እዉን አይከአልኩምዎን:ብእልጓት

  • @geregere-tt6im
    @geregere-tt6im 12 วันที่ผ่านมา

    ኣይከኣልክሞን።ብዛዕባ ቴክኖሎጂ ፍልጠት ክእለትን የድሊ እዩ።

  • @abelataklti107
    @abelataklti107 12 วันที่ผ่านมา

    መሕፈርቲ ድራማታት።

  • @DanielNetetsereab
    @DanielNetetsereab 4 วันที่ผ่านมา

    AI ተጠቒምካ ምምሳል ምተኸኣለ፣ እዚ ግን ፋራ imitation እዩ።

  • @destatesfaye2147
    @destatesfaye2147 12 วันที่ผ่านมา

    ዓጥነ ብያንስ ድምፂኩም እካንዶ መማሳሰልኹምን ለክባጣት ዓጥኘታት

  • @tesfeomtafere3679
    @tesfeomtafere3679 7 วันที่ผ่านมา

    FOSHLAK HABERETA!!

  • @Assefa-jb4fq
    @Assefa-jb4fq 13 วันที่ผ่านมา +1

    Enant tinish enkan mamsasl enkan atimokurum

  • @hagosGebrehaweria
    @hagosGebrehaweria 12 วันที่ผ่านมา

    እዚአ ጠሊፈ ኢልካ ዝመጻካ እግርካ ትጠለፍ ሓሰዳት ትሓስብኩም ምክፋኡ

  • @yordanoskidane7897
    @yordanoskidane7897 12 วันที่ผ่านมา

    Demets yeman new?????

  • @tsegazeabhagos3395
    @tsegazeabhagos3395 12 วันที่ผ่านมา

    ናይዛ ሚድያ ወናኒ ሓሳዊ መጋንዒ ምዃኑ እዚ ዘረባ ምስክር እዩ

  • @RuftinaHaile
    @RuftinaHaile 13 วันที่ผ่านมา +1

    ኣቤት ዘመን ክፉእ😂😂😂😂

  • @yohannesbaraya4269
    @yohannesbaraya4269 8 วันที่ผ่านมา

    ስብሓት ወዲ 70 ከሎ ዝነበረ ድምጹ'ዩ😅😅😅

  • @user-vx9dn9ge8d
    @user-vx9dn9ge8d 12 วันที่ผ่านมา

    ክልተ መኻኽቲ እንተተመኻኸሩስ ከይኒሕረድ ባቃ ኢሎም ይበሃል። አታ ጠስጣስ አረጊት ሞት ዝአበየካ ዳግማይ ዝሰምዐካ የለን ፅግዕተኛ ዝበስበሰ ሓሳባት አይተቅረብ የአክል።

  • @user-qf3hm4io9t
    @user-qf3hm4io9t 12 วันที่ผ่านมา

    ናይ መጀመርያ ናይ ኣያ ጆኬር ድራማ ድያ ሓቀይ ክክክክክክ

  • @tadeleweldu6975
    @tadeleweldu6975 2 วันที่ผ่านมา

    ኣይመስልን

  • @nim681
    @nim681 8 วันที่ผ่านมา

    ፎሽፏሻት ተረውኡ እሺ ምድረ ለይባን ደንቆሮን

  • @slime12-so5mx
    @slime12-so5mx 12 วันที่ผ่านมา

    ድራማ ዩ ዝመሰል!! ብዝኾነ በዚ ወዲዚ ዝታለል ዓሻ ትግራዋይ የለን፡፡ ኣለም ድማ ምሰ ማንም ክዛረብን ክማኸርን መሰሉ ዩ፡፡
    ምሰ ኣቦ ሰብሓት ምድውዋል ውን ሓጥያት ኣይኮነን፡፡ ብማሕበራዊ ሚድያ ብዙሕ ምፍልሳፍ ታይ ኣድለየ? ኣብኡ ዶ ሓሓቆም የዋጽኦምን፡፡ ናይ ሃሳሳት ሰራሕ ንሕደጎ፡፡

  • @TigrayEthiopia
    @TigrayEthiopia 12 วันที่ผ่านมา

    አሃሃይ አሃሃይ

  • @user-rs3ww3rb1w
    @user-rs3ww3rb1w 10 วันที่ผ่านมา

    ሓሳዊ ሓላዊ መዓኮር ምድንጋር እንታይ ዓስቡ

  • @BlanchG-yy9ml
    @BlanchG-yy9ml 11 วันที่ผ่านมา

    ኩሉ ሓሰውቲ ሓቂ ዘይብሉ ብስሩካ ዘይመስ

  • @Trhas-y4f
    @Trhas-y4f 11 วันที่ผ่านมา

    ድምፅም ኣይኮነን

  • @AmeteHailu
    @AmeteHailu 10 วันที่ผ่านมา

    ወይ ጉድ 😭😭😭

  • @amanuelgebrerufael9540
    @amanuelgebrerufael9540 12 วันที่ผ่านมา

    ክክክ ዝኸሰረ ድራማ ጡፉሻት ዘረባኹም እኳ ኮምፒተር ተወሲኽዎ ክመስል ኣይከኣለን መስሓቁቕቲ

  • @-lionmidea9512
    @-lionmidea9512 13 วันที่ผ่านมา +1

    ዘመን ሕልኩስ 😂😂😂

  • @rona7755
    @rona7755 12 วันที่ผ่านมา

    ክክክክክክክክክክክክክክክክክክክ
    ነዚ ዝኣምን ሰብ ዶ ይህሉ? 😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂