ዋንጫ መን ወሰዳ? ኣብ መድረኽ ዝቐረበ ግጥሚ

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 14 ต.ค. 2024

ความคิดเห็น • 118

  • @SemiticTigray
    @SemiticTigray 2 หลายเดือนก่อน +7

    ቃላት የሓፅረኒ
    ክእለት እውን ይንእሰኒ
    ንዘመን ዝገልፅ ቃል ሃቡኒ።
    👌👌👌👌

  • @AsqalAraya-g5c
    @AsqalAraya-g5c 2 หลายเดือนก่อน +3

    ጅግና ጥበበኛ ገጣሚ። እግዚአብሔር ደአ ይርደአና እምበር ።ካብ እዚአቶም ዋላ ሐንቲ ዝግነ ነገር የለን።ዘይሐፍሩ።

  • @ShushayGebrekidan
    @ShushayGebrekidan 2 หลายเดือนก่อน +4

    ዓወት ወዳጅ ካብ ኩሉ ግጥምታትካ ናይ ሎሚ ብጣዕሚ ይፍቶ

  • @FilimonTemesgen
    @FilimonTemesgen หลายเดือนก่อน +1

    😅😅😅😊😅

  • @hagosGebrehaweria
    @hagosGebrehaweria 2 หลายเดือนก่อน +2

    ግጥሚ ዓወት ወዳጅ ቲፈዞ ጉጀለ ደቡብ አምሲልዋ አብ መሬት ዘሎ ሓቂ አየንበበን

  • @KflomGs
    @KflomGs 2 หลายเดือนก่อน +3

    ዓወት .....
    ጥበብ ኣባኻ ተርኣየት ...
    ሐዚ ግን ገለን ዶ ፍጠር መፍትሒ ኣብ እዋናዊ ጉድ መሪሕነት ትግራይ

  • @tsegukindeya
    @tsegukindeya หลายเดือนก่อน +1

    ይበል

  • @HaileselassieKinfe
    @HaileselassieKinfe 2 หลายเดือนก่อน +2

    ትክክል ኢካ

  • @asfawtesfay-jc4zj
    @asfawtesfay-jc4zj 3 หลายเดือนก่อน +4

    ዓወት ወዳጅ እቲ ሓቂ እሱ እዩ ኮኑግን ኣብ መሬት ብጭቡፅ ዝቅየር ዶ ይሕልው ይመስለካ
    ምክንያቱ እቶም ቅዓቐይቶት አምባገነናት መራሕቲ እቲ ቐንዲ ዓቕሞሞ ነንባዓርሶም እና ተበላልዑ ወይ ተቛሰሉ ምቕፃል እበር ካለዕ እቲ ፖለቲካ ክእለትን ብስለትን ድኣ ከም ጥብ ኣዱኦም ሓሪሙዎም ሕዚ ትግራይ የብዕዋ አለዉ እዙይ ፀሓይ ዝወቅዖ ሓቂ ኮኑ እቲ ንዘመናት እናተሳገረ ሕዚ ዓይኒ መርፍኡ ተሳኢንዎ መልሲ ዘይተረኸበሉ ቐዳማይ ብከመይን  ማዓዝን ይእለዩ ካልኣይ መን ከ ይትኸኦም ዝብሎ ሕቶታት መፍትሒ ካበይ ይምፃእ ምክንያቱም ፖለቲካ ትግራይ ካብ ላዕሊ ጥራይ እዩ ዝፈስስ ካብ ታሕቲ ዝውሕዝ ሓዱሽ ሓሳባት ወይ መፍትሕታት አብቲ ፔርሙዳ ውሕዳት ዝስዕስዕሉ ናተዋሃጠ እበር ፖለቲካ ዓቕሚ ዘለዎ ሰብ ሰለ ተስኣነ አይኮነን፡፡
    እቲ ንዕሊ ስለስተ ዓሰርተ ዓመታት ዓትዒቱ ሒዙ ዘሎ ስሱእ መረሒነት ከይሰራኻ ስልጣን ምዕምፃፅ ዝለመደ ሓይሊ ሕዚውን መወዳእታ ዘይቡሉን ውፅኢት ኣልቦ ዝኮነ ኣኬባታት ጠሊቆም አብ ዝርከብሉ እዋን ለውጢ ምሕሳብ የዋህነት እዩ፡፡ ኣብሓፂር ግዘ ሓዱሽ ለውጢ ክመፅእ ኣይክልን እንታይ ዳ መፍትሒ አለዎ ተባሂሉ ንዚ መንሽሮ ከይራሓፅካ ኣብ ስልጣን ቢሂትካ ንውልቀ ረብሓ ለይቲ ምስቀትሪ ምጉያይ ጠጠው ዝብለሉ ናይ ነዊሕ ግዘ (ዓስርተ ዓመታት) መስርሕ ተሓፂፁ ኣብ ሓፂርን ማእኸላይ ግዘ ዝልካዕ ቅልጡፍ ለውጢ ንኽመፅእ እሊታት ተጋሩ ምስ ሓፋሽ ሕዝቢ ተናበበ ስራሕ ተሰሪሑ ጥራይ እዩ፡፡ ተዘይኮኑ ውሕዳት ኣምባገነናትን ሰዓብቶም ትምችው ትግራይ ፈጢሮም እቲ ዝበዝሕ ሕዝቢ ትግራይ እቲ መኸራ እናፀቀጦ ንዕዑ ከቅንዕ ኣብ ዝገብሮ ቃልሲ እቲ ክባር ግዘ ምንም ለውጢ ከይአምፀዐ ንቀፃላይ ወለዶ ይአርክቦ እዚ ዓይነት እንክልል ከይዲ ምቅፃሉ ግድን ይኸውመን፡፡

  • @netsi19-uj9kc
    @netsi19-uj9kc 3 หลายเดือนก่อน +5

    ዋው እዚ ዝመስል ድንቂ ክእለት ንምታይ ቡዙሕ ተከታሊ አይብሉን ክበርሃለይ አይከአለን

    • @bgtigraway6146
      @bgtigraway6146 3 หลายเดือนก่อน +1

      ሓዱሽ ቻነል እዩ

    • @aronyonas7563
      @aronyonas7563 3 หลายเดือนก่อน

      ስትፈጠር ዶንቆሮ ነህ ሳሀራ የተወለደ ምን ትስራለህ ግርድና ስራ የለንም ግን ከየትኛው ነህ ከ የመን ስሀራ ከ ሳውዲ ስሀራ ከ ኡማን ስሀራ አድጊ የፊክ ሚሊሊክ ማለት አብደልመጂድ ጊዜ አይደለም በገባህበት ውጣ 😂😂😂

  • @MuleyGebrehiwet
    @MuleyGebrehiwet 2 หลายเดือนก่อน +1

    Awet adelem😂😂

  • @ابراهيم-د7خ5ي
    @ابراهيم-د7خ5ي 2 หลายเดือนก่อน +2

    😂😂😂😂😂😂 ሓቂ

  • @KahsayM-d8z
    @KahsayM-d8z 2 หลายเดือนก่อน +2

    ብጣዕሚ ደጋጊመ ካብዝሰማዕኽዎ መሳጢት ሰማዒ ተተረኺቡ መሃሪት

  • @TeklayYeshneh
    @TeklayYeshneh 3 หลายเดือนก่อน +2

    Keep up that Good poem , we are with you Getachew Reda , Remove Alem Gebre wahd & mongorino .

    • @Tsewatube
      @Tsewatube  3 หลายเดือนก่อน +1

      Getachew Reda replied to your comment;
      Teklay Negash, I will remove all of them.🙂

  • @ابراهيم-د7خ5ي
    @ابراهيم-د7خ5ي 2 หลายเดือนก่อน +1

    ሓቂ❤❤❤❤❤❤

  • @AssefaGirmay
    @AssefaGirmay 2 หลายเดือนก่อน +2

    Wow

  • @DanaytMhretaeb-uz8wo
    @DanaytMhretaeb-uz8wo 3 หลายเดือนก่อน +3

    😂😂😂😂😂ፈልጥካያ ኣለካ

  • @user-wtigrai
    @user-wtigrai 2 หลายเดือนก่อน +1

    መግረም ይብሉ, ፅቡቕ ገምጋማዊ ግጥሚ ።

  • @BrhaneGebreslasie-m8k
    @BrhaneGebreslasie-m8k 2 หลายเดือนก่อน +1

    ኣጆዃ ዘሜ ብደንቢ ኣዕብያ ዛ ቻናል❤

  • @ابراهيم-د7خ5ي
    @ابراهيم-د7خ5ي 2 หลายเดือนก่อน +1

    😂😂😂😂ሓቂ

  • @MesfinAynalem
    @MesfinAynalem 2 หลายเดือนก่อน +1

    አወት ትክክል ኣረጊት ላህማ

  • @MickyDamo
    @MickyDamo 3 หลายเดือนก่อน +7

    ዘመን ወዳጅ😁😁😁

  • @samnatu3828
    @samnatu3828 3 หลายเดือนก่อน +1

    ይበል መልእኽቲ ዋዛ ምስቁም ነገር
    ተተረዲእዎምስ ባዓል ቱኻን ሃገር

  • @GetahunGyohans
    @GetahunGyohans 2 หลายเดือนก่อน +2

    ክክክክክክክ ሓቂ ኣለኻ

  • @HaftayGmedhn
    @HaftayGmedhn 3 หลายเดือนก่อน +1

    እቲ ብኽልተ ወገን ዝንፋሕ ግን እሙን ተነፋሓይ እዩ።

  • @amanuelberhane2068
    @amanuelberhane2068 3 หลายเดือนก่อน +1

    እዛ ፅሕፍቲ ቤት ዋላ ተወቀዐት
    ዛዝያ አላሞ አጉዲላ ሚዛናውነት
    ፕሮፖጋንዳ እምበይ ግጥምስ ነይኮነት።

  • @DawitWm
    @DawitWm 3 หลายเดือนก่อน +1

    መሕፈሪ ና መዳለዊ ሓድነት መተጋሩ ዝዘርግ መርዚ ግጥሚ ኢዩ ብብልጥጌ እኮ ተወሪርና

    • @aronyonas7563
      @aronyonas7563 3 หลายเดือนก่อน

      ውጣ ተኩላ ዝንብ የግርድና ተላላኪነት ስራ የለንም መመሳሰል ሁለተኛ ፈንጂ መርገጥ ነው የፊክ ሚሊሊክ ማለት አብደልመጂድ ጊዜ አይደለም ?

    • @aronyonas7563
      @aronyonas7563 3 หลายเดือนก่อน +1

      ስለ ወይዘሪት ትግራይ ባንተ አፍ ባንተ አረብ አትነሳም ግን ከየትኛው ነህ ከ የመን ስሀራ ከ ሳውዲ ስሀራ ከ ኡማን ስሀራ አድጊ confused

  • @AmanuelGtsadik
    @AmanuelGtsadik 3 หลายเดือนก่อน +1

    ዘመን ዘመናዊ

  • @frehiwotgebrmical763
    @frehiwotgebrmical763 3 หลายเดือนก่อน +1

    ገሪምካኒ ገሪማ ንጉስ ዘመን ሓወይ እቲ ጥበብካ ማ በይዛኻ ኣብ ፍቅሪ ስራሓሉ

    • @Tsewatube
      @Tsewatube  3 หลายเดือนก่อน

      እሺ እንደዛ አደርጋለው 🙂

  • @ዮሰፍገብረ
    @ዮሰፍገብረ หลายเดือนก่อน

    ክክክክ

  • @TadeseBelay-c3s
    @TadeseBelay-c3s 16 วันที่ผ่านมา

    ዓወትዋ ጅግና ሓቅሓቆም ንገሮም እኻ

  • @aexum1597
    @aexum1597 2 หลายเดือนก่อน

    Selam awetey jegna kalat yehasreny 🙏🏾❤❤❤❤

  • @DanaitTeshome
    @DanaitTeshome 2 หลายเดือนก่อน

    😢😢😢😢😢

  • @WediShre
    @WediShre 3 หลายเดือนก่อน

    አንፃር ቓልሲ ህዝቢ ትግራይ ግጥሚ ዓወት ወድስጅ ክንሰምዖ እምበር ክንማሃረሉ ዘይንኽእል ጠንቂ ሓድነት ተጋሩ ምምንማን በሪ ካብ ምኽፋት ሓሊፉ አብ ወቕታዊ ጉዳያት ትግራይ አወንታ ከምፅእ ዘየኽዝል ካብኡ ዘይተፀበኽዎ እዩ ።

    • @aronyonas7563
      @aronyonas7563 3 หลายเดือนก่อน

      አረብ ስደተኛ ግን ከየትኛው ነህ ከ የመን ስሀራ ከ ሳውዲ ስሀራ ከ ኡማን ስሀራ አድጊ የፊክ ሚሊሊክ ማለት አብደልመጂድ ጊዜ አይደለም በገባህበት ውጣ 😂😂😂

    • @awetwedajmedia
      @awetwedajmedia 3 หลายเดือนก่อน

      ንቕድም እቲ ሓሳብ ናይ መን ሙኻኑ ኣፃሪ

    • @Tsewatube
      @Tsewatube  3 หลายเดือนก่อน

      @awetwedajmedia
      ዓወት ሓወይ፡ ይቅርታ። Public figure ስለዝዀንካ እምበር ካልእ ኣይኰነን።

  • @taamemahari7442
    @taamemahari7442 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤kkkkkkk

  • @HaftamuBerhe-w4u
    @HaftamuBerhe-w4u หลายเดือนก่อน

    ሃሃ ጋውና

  • @Tsegahun-s4b
    @Tsegahun-s4b 2 หลายเดือนก่อน

    ዓወት ወዳጅ ፅግዕኻ ፈሊኻ ኣለኻ ከም ዝርደአኒ

  • @samitetemke5872
    @samitetemke5872 3 หลายเดือนก่อน +1

    ዘመን መሕረር😄😄😄😄

  • @asefawasmeromtekli8017
    @asefawasmeromtekli8017 2 หลายเดือนก่อน

    በዚኣ እንድየ ዝፈትዎም ንወይን፡ ባህ ዝበለካ ኢልካዮም ድቅስ ትሓድር። ግርም ተውህቦን ድፍረትን ኢዩ ዓወት ወዳጀ። ነዛ ቻነል ከኣ ብሽምካ ሳብስክራይብ ኢለያ ኣለኹ ክክክክክክክ።

  • @Haftom-x5w
    @Haftom-x5w 3 หลายเดือนก่อน

    👏👏👏

  • @BirhaneKiflu
    @BirhaneKiflu 2 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤❤❤

  • @AsdfghZxcv-jl8vk
    @AsdfghZxcv-jl8vk 2 หลายเดือนก่อน

    ጀግና

  • @DawitWm
    @DawitWm 2 หลายเดือนก่อน

    እነ አለም ክወስድዋ ኢዮም ዓወት ወዳጅ ግን ናበይ ገፁ ኢዩ ዘኒሀ ጉድ ኢዩ

  • @sbhatleabnega
    @sbhatleabnega 3 หลายเดือนก่อน +1

    ዘመን ወዳጄ 🤣🤦

  • @TsegayHluf
    @TsegayHluf 2 หลายเดือนก่อน

    Top present be continu

  • @abrhah.4559
    @abrhah.4559 2 หลายเดือนก่อน

    ወይ ፅዋ!

  • @selamadane3955
    @selamadane3955 3 หลายเดือนก่อน

    ኣይተከኣልካን ይበል ግጥሚ😊

  • @ابراهيم-د7خ5ي
    @ابراهيم-د7خ5ي 2 หลายเดือนก่อน

    😂😂😂😂😂

  • @AberashBerhe-pz8be
    @AberashBerhe-pz8be 2 หลายเดือนก่อน

    አንታ አዎት !!! አዎት አዎት !!!

  • @znabumolla5043
    @znabumolla5043 2 หลายเดือนก่อน

    great Aweta anta meksen ybel

  • @Timetube-313
    @Timetube-313 2 หลายเดือนก่อน

    Wow wow keep it up

  • @fitsumfesehaye5108
    @fitsumfesehaye5108 3 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @HagosWeldesamiuel
    @HagosWeldesamiuel 2 หลายเดือนก่อน

    Keep it up

  • @gueshsolomon4384
    @gueshsolomon4384 3 หลายเดือนก่อน

    ዘሚቾ 😂

  • @HabtomGebretsadk
    @HabtomGebretsadk 3 หลายเดือนก่อน

    ዋይ እንየኻ ፀዋዪ😂

  • @KiflomWgebriel
    @KiflomWgebriel 3 หลายเดือนก่อน

    ንፋዕ መናእሰይ ትግራይ በዞም አረግቶት ወዲቁ ከማኩም ሰብ ጊዜ እናሀለወ አረግቶት መንእሰይ አወዲኦምዎ ገባር ባዕሉ ኸም ዝፀልኦም ይፈልጡ ዶ ባዕሎም ንባዕሎም ይባልዑ እንታይ የእቲና እዩ ኢሉ ህዝቢ ሰልቺዎ ወረ ወረ አኬባ አኬባ አኬባ"

  • @samsonesaias-wv7vr
    @samsonesaias-wv7vr 2 หลายเดือนก่อน

    😅

  • @NgusAsay
    @NgusAsay 2 หลายเดือนก่อน

    😅😅😅😅😆😅😅😅😆

  • @awetwedajmedia
    @awetwedajmedia 2 หลายเดือนก่อน

    ኩሉኹም ብዛዕባይ ፅቡቕን ሕማቅን ትዛረቡ ዘለኹም እዚ ግጥሚ ናተይ ኣይኮነን ውላ እታ ላሕሚ ዝብል እውን ኣይናተይን

    • @Tsewatube
      @Tsewatube  2 หลายเดือนก่อน

      ልክዕ ኣለኻ ኣለኻ ዓውቾ። ከመይ ዝበለ ስድዲ ቈልዓ እዩ ወደይ😁

  • @LaganaEritrea
    @LaganaEritrea 2 หลายเดือนก่อน

    ንሰኻ ኢካ ቀንዲ ወዲእካያ ህዝቢ ትግራይ።ለይባ።

  • @KiflomWgebriel
    @KiflomWgebriel 3 หลายเดือนก่อน

    ወየከ ፈተክ

  • @lovemeeri5249
    @lovemeeri5249 2 หลายเดือนก่อน

    Wawu gele aynet gtimi qexla eske dgemena

  • @MulubrhanHaile-x6b
    @MulubrhanHaile-x6b 3 หลายเดือนก่อน

    Zemen is unparalleled!

  • @tigraiembeba4447
    @tigraiembeba4447 3 หลายเดือนก่อน

    Akedimu wancha kemze'liel zifiletelu tsewata tsewata aykonen

  • @TigestLemlem
    @TigestLemlem 2 หลายเดือนก่อน

    #StopFascistTsadkan.

  • @AskaleMengsteab
    @AskaleMengsteab 3 หลายเดือนก่อน

    ኣየ ናትካ ነገር

  • @ContentColourfulShirt-tw1il
    @ContentColourfulShirt-tw1il 3 หลายเดือนก่อน +1

    ፅዋ ቱብ ልኡኽ ናይቲ ከሓዲ ጉጅለ ጥፍኣት ምዃንካ ፈሊጥናካ ኢና ክላ ድሕር በል ሽፋላ አድጊ :: ዋንጫ ህዝባዊ ዕላማ ዝሓዘ ከምዝወስዳ ኣይትጠራጠር :: ብዛዕባ ውድብ ህዉሓት እንተ ደልዩ ዓበይቲ ይምረፅ እንተደልዩ መንእሰይ ይምረፅ ናይቲ ውድብ መሰል እምበር ዝዅነ ሰብ ንእከለ ምረፁ ንእከለ ኣይትምረፁ ኢሉ ክውስን መን እዩ ? ስልጣን ሂቡካ ንምንታይ ንውናት ዉይ ንባይቶና ከምኡ ዘይትብልዎም ? ኣብግዜ ጉባኤኦም ? ንምንታይ ነቲ ጅግና ውድብ ህወሓት ምስ ናይ ደገ ፀላእቲ ኮይንኩም ትትፉዙ ኧለኹም እምበር ደኸ ዜጋታት ትግራይ ኢኹም ? ዕሱባት ሓቦን ኒሕን ስረን ዘየብልኩም ናይ ኣይእምሮ ስኩላት ዑሱባት ኢኹም ውድብ ህወሓት ፈተኩም ፀላእኹም ህዝቢ ትግራይ ሒዙ መሰስ ክብል እዩ ናብ ናይ ዓወት ናሕሲ ወይናብ ብራኸ ከደምቲ ክትሓፍሩ ኢኹም ምሕፋር ጥራሕ ኣይኮነን ክትዋረዱውን ኢኹም ::!!!! ህወሓት ይስዕርርርርርርርር!!

  • @halefomgirmay6592
    @halefomgirmay6592 3 หลายเดือนก่อน

    😂😂😂😂😂😂❤

  • @GebarBrhan
    @GebarBrhan 3 หลายเดือนก่อน

    Wey gud

  • @KidaneHagosHealthcare
    @KidaneHagosHealthcare 3 หลายเดือนก่อน

    zgerm gtmi!!

  • @abaybisrat5889
    @abaybisrat5889 2 หลายเดือนก่อน

    Kkkkkkkkk

  • @BKMGA
    @BKMGA 3 หลายเดือนก่อน

    Good .

    • @Tsewatube
      @Tsewatube  3 หลายเดือนก่อน

      Thanks🙏

  • @KibromBerihu-fu5dh
    @KibromBerihu-fu5dh 3 หลายเดือนก่อน

    ሓቂ ግን ናይ ጌታቸዉ ቡድን ጎል ይእቱ አሎ እዩ? አነ 0-0 እዮም ተወሳኺ 30 ደቒቓ ዝወሃቦም ይመስለኒ

  • @dejenhadgu5288
    @dejenhadgu5288 3 หลายเดือนก่อน

    🙆💪👌👌👌😁😁😁😁😁

  • @Bahgi_
    @Bahgi_ 3 หลายเดือนก่อน

    😀
    ኣየ ንስኻ!

  • @AzebAtaklti
    @AzebAtaklti 3 หลายเดือนก่อน

    Ybel

  • @zazamedia-i5y
    @zazamedia-i5y 2 หลายเดือนก่อน

    እዚ ግጥሚ ግጥሚ ኣይኮነን ሌጣ ንባብ እዩ

  • @meargaraya7038
    @meargaraya7038 3 หลายเดือนก่อน

    😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂

  • @Building_show_t-yd8we
    @Building_show_t-yd8we 3 หลายเดือนก่อน

    🙆‍♀️🤣🤣🤣

  • @HaftomGgiorgis
    @HaftomGgiorgis หลายเดือนก่อน

    ሓቅኻ ኩለን ማስታወቅያ ቢሕትካየን
    ግዜኻ እዩ ኣየ ገንዘብ

  • @DawitWm
    @DawitWm 3 หลายเดือนก่อน

    እዙይ እውንዶ በልፂጉ ኢዩ ወይዛ ጊዜ መተዓዛዛቢት ኮይና

  • @abadihagos5065
    @abadihagos5065 3 หลายเดือนก่อน

    ክክክክክክክክክክክክክክክክክክክክክክክክክክክክክክክክክክክክክክክክክክክክክክክክክክክክክክክክክክክክክክክክክክክክክክክክክክክክክክክክክክክክክክክክክክክ

    • @aronyonas7563
      @aronyonas7563 3 หลายเดือนก่อน

      ውፃእ በክቲ

  • @Halefom-lm1sw
    @Halefom-lm1sw 3 หลายเดือนก่อน

    😂😂😂😂😂😂😂

  • @yohanshabte
    @yohanshabte 3 หลายเดือนก่อน

    ይበል ዲሞክራሲ ዘቅንእ

    • @Tsewatube
      @Tsewatube  3 หลายเดือนก่อน

      ኣብ ኣስመራ ዀይንካ ንፍሊጶስን ንኢሱን ትገጥመሎም😁

  • @SehaleKiros
    @SehaleKiros หลายเดือนก่อน

    Kisebrazideleye yisier
    Kulina tegaru measkon ena nilibim eway zineka biadikan bisigum hizkas nab shigir guya
    Ere mishak kulu ayinikun
    Shigiratina nearim ezi himam nab dekina keyinihadgelomis nitenkek dea eti siwa teyitesemuke nibil semaentelo

  • @Abrehaleyabadi
    @Abrehaleyabadi 2 หลายเดือนก่อน

    ቅመም ዝኮንካ ሰብ

  • @Aron.company
    @Aron.company 2 หลายเดือนก่อน

    Loms adnikeka awcho

  • @Mnbarbmelamnbarbmela
    @Mnbarbmelamnbarbmela 3 หลายเดือนก่อน

    ዓመት ወዳጅ ድዩ እንታይ እዩ እዚ ድምፂ

  • @AsdffDhshdh12
    @AsdffDhshdh12 2 หลายเดือนก่อน

    🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @brhanehailay7942
    @brhanehailay7942 3 หลายเดือนก่อน

    kemzelata

  • @MehariGidey-d1n
    @MehariGidey-d1n 3 หลายเดือนก่อน

    Abey emo kisemu elkayom ember eti hakis nisu eyu neyru,,,

  • @HaileAdhanom
    @HaileAdhanom 3 หลายเดือนก่อน +1

    Shabia stop about tigray

  • @HaftamuBerhe-w4u
    @HaftamuBerhe-w4u หลายเดือนก่อน

    Fuck

  • @hagosGebrehaweria
    @hagosGebrehaweria 2 หลายเดือนก่อน +1

    ግጥሚ ዓወት ወዳጅ ቲፈዞ ጉጀለ ደቡብ አምሲልዋ አብ መሬት ዘሎ ሓቂ አየንበበን

  • @ابراهيم-د7خ5ي
    @ابراهيم-د7خ5ي 2 หลายเดือนก่อน

    😂😂😂😂 ሓቂ

  • @GhaweryaKmaryam
    @GhaweryaKmaryam 3 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤

  • @FiyoriShishay-j6d
    @FiyoriShishay-j6d 3 หลายเดือนก่อน

    😅😅😅😅😅

  • @TeklayYeshneh
    @TeklayYeshneh 3 หลายเดือนก่อน

    Keep up that Good poem , we are with you Getachew Reda , Remove Alem Gebre wahd & mongorino .

  • @lowkeyaman-jw3cs
    @lowkeyaman-jw3cs 3 หลายเดือนก่อน

    😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂

  • @malefyaentertainment4447
    @malefyaentertainment4447 3 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤